- 179
- 865 044
Eri Man
Switzerland
เข้าร่วมเมื่อ 9 ส.ค. 2017
ሳብስክራይብ Subscribe and you will get informations on culture, Politics and History about Eritrea and the horn of Africa in general. ፖሎቲካ፡ ታሪኽ፡ባህልን ዝተፈላለዩ መዘናግዒታትን ኣካል ናይዚ ቻነል ኢዮም። We document true and important stories of Eritrean history.
Eri መስፍን ሓጎስ፡ ሕብረት በርሀን ሰመረ ከሰተን ኣብ ሱዳን ብረቶም ኣሕዲጎም ዝበተንዎም 2 ሓይሊ ኣባላት ሰራዊት #eritrea #tefetawitalkshow
#eritrea #story #tefetawitalkshow #astv ##neshneshtv #mestyatbetna #eripm #erisat #recorded live in paltalk #eritrea
มุมมอง: 5 894
วีดีโอ
Eritrea ባርያ፡ኣብርሃም ኣፈወርቂ ፡ ዶክተር ርእሶም .... ብኸመይን ስለምንታይን....?#eritrean #story #tefetawitalkshow #astv
มุมมอง 8Kวันที่ผ่านมา
#eritrean #story #tefetawitalkshow #astv #eripm #eritrea #bluerevolution #brgiednhamedu , recorded live in paltalk #eritrea
Eritrea ገለ ካብቶም ኣብ ወጻኢ ስለያ ዝሰርሑን ሚስጥራዊ ስርሑን #eritrean #story #tefetawitalkshow #astv #eripm
มุมมอง 7K14 วันที่ผ่านมา
#eritrean #story #tefetawitalkshow #eritrea #astv #eripm #mestyatbetna , recorded live in paltalk #eritrea
Eri ኣባላት ሕብእቲ ሰልፊ ውልቃዊ ዋንነት ናይ ኢሳያስ ኢና ኔርና፡ ንሱ ዝኣዘዞ ብቐጥታ ንፍጽም፡ #story #eritrean#tefetawitalkshow
มุมมอง 9K21 วันที่ผ่านมา
#story #eritrean #tefetawitalkshow #astv #eritrea #neshneshtv #eripm #erisat #fnanapp #recorded live in paltalk #eritrea
Eriitreea ህዝቢን ተጋደልትን ዘጽንቱ ዝነበሩን ዘለዉን መሳርሒ ኢሳያስ #eritrean #story #tefetawitalkshow #eritrea
มุมมอง 9Kหลายเดือนก่อน
#eritrean #story #eritrea#tefetawitalkshow #recorded live in paltalk #eritrea #astv #neshneshtv #mestyatbetna #history
Eritrea ዝርዝር ኣስማት ናይቶም ኣብ ጥፍኣት ንጹሃን ዝተመደቡ ኣባላት ህ/ግንባር #eritrean #story #tefetawitalkshow #eritrea
มุมมอง 9Kหลายเดือนก่อน
#story #eritrean #tefetawitalkshow #astv #eripm recorded live in paltalk #eritrea #eritreanentertainment #eritreanmusic #eritreanmusicvideos
Eritrea"ብዛዕባ መስፍን ሓጎስን ኣድሓኖም ገ/ማርያምን ዝፈልጦ ኣለኒ" #story ##tefetawitalkshow #eritrean #astv #eripm
มุมมอง 9Kหลายเดือนก่อน
#story #habesha #eritrean #tefetawitalkshow #eritrea recorded live in paltalk #eritrea #bluerevolution
Eritrea ቅንጸላታት ኣብ ውሽጢ ህ/ግንባር፡ [ፎሮ & ብሪራይ] #story #eritrean #tefetawitalkshow #eritrea
มุมมอง 11Kหลายเดือนก่อน
#eritrean #story #tefetawitalkshow #eritrea #astv #eripm #erisat #eritreanmusic #eritreanflim , recorded live @paltalk #eritrea
ሰነድ ሓራካ (ማሕበር 7)፡ ቃለ - ማሕላEritrean Liberation movement ELM archive#eritrean#story #tefetawitalkshow
มุมมอง 1.1Kหลายเดือนก่อน
#eritrean #story #archive #tefetawitalkshow #eritrea
Eri,[ኣብ 6ይ መደበር ኣረሜናዊ ግፍዒ]፡" ዜሮ ተጻዋርነት (ፖሊሲ ህግደፍ)፡ መንካዕ ክሳብ 1985 #eritrean#story #tefetawitalkshow
มุมมอง 11Kหลายเดือนก่อน
#eritrean #story #tefetawitalkshow #recorded live in paltalk #eritrea #astv #asmara #neshneshtv
Erኣሰቃቒ ኣቀታትላ ኣብ ሓለዋ ሰውራን፡ ቅርጺ ኣመዳድባ ናይ ወጻኢ ስልያ፡ /ዋርድያ ሓለዋሰውራን ናይ ወጻኢ ስለያን/ #story#tefetawitalkshow
มุมมอง 15K2 หลายเดือนก่อน
#eritrean #story #tefetawitalkshow #eritrea #habesha #recorded live in paltalk #eritrea #interview
ግፍዒ ኣብ ቤትማእሰርቲ ፕሪማካንትሪ፡ባድመ መሪሖም ዝጀመሩ ውጩ(ኮር 2001)ፍሊጶስ (ኮር 161)ተኽላይ (ኮር 381)፡ #story #tefetawitalkshow
มุมมอง 6K2 หลายเดือนก่อน
#eritrean #story #tefetawitalkshow #eritreanmusic #eritrea #recorded live in paltalk #eritrean #neshneshtv #astv #habesha
Eritrea, ዝርዝር ናይታ 23 ኣባላት ዝነበርዋ ናይ ዓፈናን ጭውያን ጉጅለ ህግደፍ ብሓደ ኣባል፡ ንኽማረኻ ዝተፈረዳ ደቀንስትዮ ብዮናስ ሃ/ስላሰ፡#story
มุมมอง 20K2 หลายเดือนก่อน
#eritrean #story #eritreanmusic #tefetawitalkshow #eritrea #habesha ,recorded live in Eritrea paltalk #neshneshtv #habeshatiktok #eripm #mestyatbetna #asmara #astv
Eritrea, ህግደፍ ዝረሸኖም ኤርትራውያን ኣባላት ሃ/ኣገልግሎት፡#eritrean #story #tefetawitalkshow #eritrea #habesha
มุมมอง 20K2 หลายเดือนก่อน
#story #habesha #eritrean #tefetawitalkshow #eritreanmusic #recorded #live #paltalkdebate
Eritrea, ኢትዮጵያዊ መቦቆለይ ኣብ ኤርትራ ዓብየ 1977 ተጋዲለ፡ ድሕሪ 1998 ህግደፍ ግዳይ ጌሮምኒ#story #tefetawitalkshow #Eritrea
มุมมอง 18K3 หลายเดือนก่อน
#story #habesha #eritrean #tefetawitalkshow #eritreanflim #tiktok #recorded live in Paltalk #eritrea
Eritrea, ንዜጋታት ምድራዊት ገሃነም ዝኾነት ሃገር፡ (ዕላል ኣባል ስለያን መርማሪን ነበር) #story #eritrean #tefetawitalkshow
มุมมอง 12K3 หลายเดือนก่อน
Eritrea, ንዜጋታት ምድራዊት ገሃነም ዝኾነት ሃገር፡ (ዕላል ኣባል ስለያን መርማሪን ነበር) #story #eritrean #tefetawitalkshow
Eritrea, ሰማዒ ዘይብሉ ኣውያት ናይ ዝጸንት ዘሎ ህዝቢ፡ብኣባል ስለያን ጸጥታን ነበር፡ #eritrea #story #tefetawitalkshow #habesha
มุมมอง 11K3 หลายเดือนก่อน
Eritrea, ሰማዒ ዘይብሉ ኣውያት ናይ ዝጸንት ዘሎ ህዝቢ፡ብኣባል ስለያን ጸጥታን ነበር፡ #eritrea #story #tefetawitalkshow #habesha
Eritrea, ገነት ንጉሓላሉ ሰብ ጽሩራ፡ ህዝባ ዝሳቐየላ ሃገር፡#eritrea #story #tefetawitalkshow #habesha
มุมมอง 12K3 หลายเดือนก่อน
Eritrea, ገነት ንጉሓላሉ ሰብ ጽሩራ፡ ህዝባ ዝሳቐየላ ሃገር፡#eritrea #story #tefetawitalkshow #habesha
Eritrea, ጸሊም ታሪኽ እስርቤታት ዓዲኣበይቶ፡ ማይስርዋ፡ዓላ ብመርማሪ ነበር #story #eritrean #tefetawitalkshow
มุมมอง 24K4 หลายเดือนก่อน
Eritrea, ጸሊም ታሪኽ እስርቤታት ዓዲኣበይቶ፡ ማይስርዋ፡ዓላ ብመርማሪ ነበር #story #eritrean #tefetawitalkshow
Eritrea, ተዘክሮታተይ ምስ ክልትኤን ውድባት(ጀብሃን ሻዕቢያን)፡ ተጋ. ተመስገን፡ #story #eritrean #tefetawitalkshow #eritrea
มุมมอง 10K4 หลายเดือนก่อน
Eritrea, ተዘክሮታተይ ምስ ክልትኤን ውድባት(ጀብሃን ሻዕቢያን)፡ ተጋ. ተመስገን፡ #story #eritrean #tefetawitalkshow #eritrea
Eritrea, ፍሊጶስ ዝረሸኖ ሰብ፡ ንሻዓል (ወዲ ዘርአ) ብኸመይ ቀቲሎሞ? መሓመድብርሃን ብላታ መን'ዩ? #story #eritrea#tefetawitalkshow
มุมมอง 21K4 หลายเดือนก่อน
Eritrea, ፍሊጶስ ዝረሸ ሰብ፡ ንሻዓል (ወዲ ዘርአ) ብኸመይ ቀቲሎሞ? መሓመድብርሃን ብላታ መን'ዩ? #story #eritrea#tefetawitalkshow
Eritrea,ሌላ ምስ ዝተጨውዩ ኤርትራውያንን ሕቶን መልሲን 2ይ ክ.#story #eritrean #tefetawitalkshow #eritreanflim #Eritrea
มุมมอง 14K4 หลายเดือนก่อน
Eritrea,ሌላ ምስ ዝተጨውዩ ኤርትራውያንን ሕቶን መልሲን 2ይ ክ.#story #eritrean #tefetawitalkshow #eritreanflim #Eritrea
Eritrea ፡ሌላ ዝተጨውዩ/ዝተኣስሩ ኤርትራውያን፡#story #eritrean #tefetawitalkshow #eritreandisappeared #prisoners
มุมมอง 15K4 หลายเดือนก่อน
Eritrea ፡ሌላ ዝተጨውዩ/ዝተኣስሩ ኤርትራውያን፡#story #eritrean #tefetawitalkshow #eritreandisappeared #prisoners
Eritrea,"ንጴጥሮስ ሰሎምን ብሰንሰለት ተኣሲሩ ሪኤዮ" 2ይ ክ. ምስ ኣባል ክፍሊ ስለያ ካብ 1973 #story #eritrean#tefetawitalkshow
มุมมอง 44K5 หลายเดือนก่อน
Eritrea,"ንጴጥሮስ ሰሎምን ብሰንሰለት ተኣሲሩ ሪኤዮ" 2ይ ክ. ምስ ኣባል ክፍሊ ስለያ ካብ 1973 #story #eritrean#tefetawitalkshow
Eritrea, ተሞኩሮይ ኣብ ውሽጢ መሓውራት ስለያ ህ/ግንባር (ቀጠር፡ጅቡቲ፡ ኤውሮጳ....) ካብ 1973 ጀሚሩ #story #eritrean #habesha
มุมมอง 25K5 หลายเดือนก่อน
Eritrea, ተሞኩሮይ ኣብ ውሽጢ መሓውራት ስለያ ህ/ግንባር (ቀጠር፡ጅቡቲ፡ ኤውሮጳ....) ካብ 1973 ጀሚሩ #story #eritrean #habesha
Eritrea, the real story of Ethio-Eritrea war/part 2/ ሓቀኛ ዛንታ ሓይልታት ምክልኻል #story #eritrean #ethiopia
มุมมอง 6K5 หลายเดือนก่อน
Eritrea, the real story of Ethio-Eritrea war/part 2/ ሓቀኛ ዛንታ ሓይልታት ምክልኻል #story #eritrean #ethiopia
Eritrea, the real story, ዛንታ ኤርትራዊ #story #eritrean #tefetawitalkshow #eritreanfilm
มุมมอง 10K5 หลายเดือนก่อน
Eritrea, the real story, ዛንታ ኤርትራዊ #story #eritrean #tefetawitalkshow #eritreanfilm
Eritrea, ኦሪጅናል መጽሓፍ ተስፋሚኪኤል ጆርጆ ብሳልሕ ዓብደላ #story #eritrean #eplf&CIA #tefetawishow #bluerevolution
มุมมอง 14K6 หลายเดือนก่อน
Eritrea, ኦሪጅናል መጽሓፍ ተስፋሚኪኤል ጆርጆ ብሳልሕ ዓብደላ #story #eritrean #eplf&CIA #tefetawishow #bluerevolution
Eritrea, ኣጀማምራ ኲናት ኢትዮ-ኤርትራን ምርሻን ኣባላት ሃ/ኣገልጉሎትን፡#story#eyewitness #eritrea #ethiopia #tefetawishow
มุมมอง 20K6 หลายเดือนก่อน
Eritrea, ኣጀማምራ ኲናት ኢትዮ-ኤርትራን ምርሻን ኣባላት ሃ/ኣገልጉሎትን፡#story#eyewitness #eritrea #ethiopia #tefetawishow
Eritrea, ሂወት ኣብ ውሽጢ ሓ/ምክልኻል ኤርትራ /ሱሌማን ሸይጣን/#eritrea #habesha #tefetawitalkshow #eritreancomedy
มุมมอง 13K6 หลายเดือนก่อน
Eritrea, ሂወት ኣብ ውሽጢ ሓ/ምክልኻል ኤርትራ /ሱሌማን ሸይጣን/#eritrea #habesha #tefetawitalkshow #eritreancomedy
Thanks again please we Eritrean are starving for a leader, we need a leader a.s.a.p, with all respect.....
The regime is good at providing misinformation & creating confusion. I suspect that Foro is an undercover agent of the regime.
አዚ ዘረባ አዚ ቀደም ኢና የአዊናሉ ፡ ሕጂ ውን ከምኦም ዝኣመሰሉ ሻዕቢያውያን ኣብ ደምበ ተቓውሞ ብፍላይ ከኣ ኣብ ብርጌድ ንሓመዱ ተጸፍዮም ኣለዉ ፡ ስለዚ ወለዶ ሎሚ መቓልስትኻ ፈሊጥካ ተቓለስ፡ ካብ ሻዕቢያውያን ተጠንቐቕ !
መቐጸልታ ዝረሳዕክዎ ን ኣድሓኖም መጀምርያ ኣብ ለንደን ምስ ተራኸብና ብ8/1975 ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብረድዮ ገይሩ ንዓኻን ንብሪራይን ንገለ እሱራት ካብ መንካዕ ስጉምቲ ከምዝተወስደ ሓቢሩኩም መንዮም? ኢሳያስ ብዕሊ ብዛዕባ ስጉምቲ ዝተዛረበ ኣብ 1ይ ጉባኣ 1977 ኣብቲ መጨረሻ ዩ። ንሱውን ብዙሕ ዝርዝር ኣይሃበን። 3-5 ዝኾኑ ጠቒሱ ስጉምቲ ተወሲድዎም ኢሉ።
ክቡር ሓው ተመኩሮኻ ፥ እፍልጦኻ ግፍዕታት ህግደፍ ምክፋልካን ኣብ ነብስኻ ንሕሉፍ ተመኩርኻ ነቐፈታዊ ገምጋም ገርካ ንቕድሚት ንስለ ሓፋሽን ኣርትራን ክትቓለስ ምውሳንካ ዝምስገንዩ፡ ኮይኑ ግን ናይ ኣድሓኖም ገብረማያም ተቓላሳይነት ከተረድእን መሳርሒ ኢሳያስ ከምዘይኮነን ከተዕግብ ዝወሰድካዮ ግዜ ሰሚዐ ምስቲ ዝተበገስካሉ ተገራጫዊ ኮይኑ ረኺብዮ። ገሪሙኒ ድማ። ታሪኽ ናይ ሰብ ኣይቕየርንዩ። 1 መጀምርያ ኣድሓኖም ገብረማርያም ከምዚ ናትካ ነቐፈታዊ ገምጋም ኣይገበረን። ኣድሓኖም ገብረማርያም ዋና ኣገልጋሊ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝነበረዩ። ኣድሓኖም ገብረማርያም ምስ መስፍን ሓጎስ ኮይኑ ብ1972 መንካዕ ኢሉ ብጫዓ ዝተጨፍጨፈ ወፊሮም ዘይተመልሱ ዝደረሰ መኮነን ኣብርሃ ብሂወቱ ኣብ ካናዳ ኣሎ። ደቒ ጎደቦ ዓዲዮም። ኣድሓኖም ኣፈልባ፥ መኮነን ድግሳ። ብሂወቱ ዘሎ ዓይኒ ምስክር'ዩ። 2 ስሙ ክጠቕሶ ዘይደሊ ወዲ ዓዱ ብሂወቱ ዘሎ ክቓለስ ኢሉ ክውድቦ ምስ ተዛረቦ፥ኣያ ኣገልጋሊ ኢሳያስን እሙን ዓሽከሩን ኮንካ ብምግልጋልካ መታዓብይትና ብዓል ኣለነን ካልኦትን ክጭፍጨፉ ብምግባርካ ንዓድና ኣሕፊርካያ ኢኻ ሕጂ ከኣ ጠበንጃ ኣብ ኢድካ ከሎ፥ ታንክን ሰራዊትን ኣብ ኢድካ ከሎ ዘይገበርካዮስ ሕጂ ብቢሮ ክትግልብጦ? ንዓ ድኣ ፓተንቲ ኣውጽእሞ ታክሲ ክንገዝኣልካ ዝበሎ ብሂወቱ ኣሎ። 3 ናይ ዓይኒ ምስክር ኣነ ኣለነ መድሃኔ ኣለኹ። ኣነ ብ1974 ካብ ቀኅስ ዩኒቨርሲቲ ኢትዮጵያ ወድእ ህሓሓኣ ካብ 400 ንታሕቲ ዝነበርናሉ ግዜ ዝተሰለፍኩየ። ንኣድሓኖም ገብረማርያም ኣብ መጨረሻ 1974 ኣብ መብኣ ጥቓ ቃሩራ/ፖርት ሱዳን ኣብ ሓይሊ ዓሊብሪሂም ጋንታ ማሕሙድ ሃንደበት መስርዕ ወዲ ዑቕቡ፥ ፖለቲካል ኮምሽነር በረኸት በርሀ (ዓማ) ብረን ክሕዝ ከለኹ ንፋለጥ። መንካዕ ናይ መንካዕ ዝንባለ ገርካ ከመንኩዑኻዮም ይብለኒ ነይሩ። 3 ግዜ ተእሲረ። ኣብ 1976 ዝነበረ 2ይ ምንቕስቓስ መንካዕ ብጻይ ጎይትኦም በርሀ ዝመርሖ ነይረ። ምስኡውን ተኣሲረ። ኣብ ታሪኽ ቃልሰይ መራሕ መስርዕ ውን ኮይነ ኣይፈልጥን። ኢደይ ዊጥ ኣቢለ ተቓውሞይ ስለ ዝገልጽ። ኣድሓኖም መጀመሪያ ምንቕስቃስ ክጅምር ከሎ ካብ ኣመሪካ ተበጊሱ። ኣብ ኣመሪካ ዝፈልጡኒ ብፖለቲካ ኣለነ ከምእ ኢሉ ተመላሳይ ዩ ዘሎ። ናይ ዝሓለፈ ዝነበረኩም ፍልልይ ገዲፍካ ርኸቦ ኣብ ለንደን ኢሎም ። 1 ተራኺብና። እቲ ምንቕስቃስ ምስ መስፍን ሓጎስ ከም ዝጀመሮ። ዓብደላ ኣደም ድሓርዩ ኣትዩ። 2 ንስኻትኩም ምስ ኢሳያስ ስለያ ኢህሰስ ( ሚስጢራዊት ፓርቲ ) ኢኹም ነርኩም፥ ሕጂ ክም ዝተባተኽኩም ከዕግበኒ ዝኽእል እንታይ ትነግሩኒ። ዋላ ሓንቲ ኣይሃቡን። ኣነ ሽዑ ስጋብ 50 ዝኾኑ ኣባላት እታ ሕብእቲ ሰልፊ ዝነበረት ከም ዝተቐትሉ ሓበረታ ነይሩኒ። 3ይ ንስኻትኩም ነንሕድሕድኩም ስኒት ኣይነበረኩምን። ሓደ ዝገብረኩም ናይ ሓባር ሮቓሒኹም common denomination/ ኢሳያስ ምኻኑ ጥራሕዩ። ፍልልይኩም ብኸመይ ይትዓረቕ። 4ይ ኣብ ምላሰይ ክንረዳዳእ ኢሉኒ ከይዱ። ባተሪ ናይ hearing aids ስደደለይ ኢሉኒ። ብወኪሉ ኣብ ህግደፍ ለንደን ይሰደሉ ነይረ። 5ይ ኣ/ኣ ከይዱ ሕቡር ሓላፊ ሰንዓ ፎርም ( ካብ ሓለፍቲ ወያን) ወያነ ኣብ ሻዕብያ ክዕለሙ ከለው ኣብ ሓይሊ ኣድሓኖም ዩ ሰልጢኑ። ጽቡቕ ተቐቢሎሞ። 6ይ ምስ ተመልሰ ለንደን ኣይረኸበንን። ካብ ኣመሪካ ተሓቢረ። ለንደን ከምዝተመልሰ። ንዓኻ ከይረኸበ ድዩ ጽባሕ ኣብ ዋሽንግተን ክኣቱ ተቐበሉኒ ዝብል ኢሎምኒ። ንምንታይ ገምጊምና። 6ይ ወያነ ኣፋኒዮሞ ከምትዝተጸበይዎ ኣይኮነን ምስተን ወያነ ዝምውልወን ተቓወምቲ ዝብላ ተቓመርቲ ንሰን ይሕሻ ካብኡ ዝብል ገምጋም ስለዝበጽሑ። ብዙሕ ዝበሃል ነይሩ። ንኣድሓኖም ከተጸብቕ ግዜኻ ምጥፋእ ገሪሙኒ። Rules for Radicals ሓፋሽ ኣብ ዙርያኦም ክሕቖፍ ዝኽእል " ካብቲ ጸላኢ ኢሎም ዘቐመጥዎ ዝተባተኹ ምስ ዝኾኑዩ " ብኹሉ መለኪዒታት። ኣለነ መድሃነ። ንኽፈልጠኒን ክሓትትን ዝደሊ ኣብ ዩቱብ Gedim Tegadalay Alene Medhane Part 1-5.1 ተወከሱ።
💙💙🥰🥰🌿🌿🌿💙💙
ፎሮ ናይ ህግደፍ ኢዩ
Thank you brother 🙏
እቲ ኣስላማይ እካ ካብ ቀደም ኣብ ደምበ ፍትሒ ዝቀረበሉ እዋን ፈሊጠዮ ህግደፍ ምካኑ ከምኡውን ዚ ሎቅማጽ ካላኣዩ በመላልሱኡ ኣጽዲቀሉ ኔረ ግን።
💙💙🌿🌿💙💙
ዝሓወይ ብዛዕባ ኣድሓኖም ንስኻ ትምስክረሉ ኣሎኻ፡ ነቲ ኻልእ ከኣ ዕድል ሃቦሞ፡ ዘረባ ሓደ ሰሚዕካ ኣይትዛረብ እዩሞ፡ ነት መድረኽ ከኣ ዕድል ሃቦ።
ኣንታ ክቡር ሓውና እዛ ኣደ ዝበለቶ ሓቃ እያ።እቶም ቀንድን፡ ኮራኩሮምን፡ብሓደ ግዜ እንተትዛረብ ጽቡቕ ነይሩ፡ ካላኣይ እዚ ቅድሚ እዛ ኣድው ተዛረብ፡ ፎሮ ሕጂ ከይነሓና ብዙሕ ኣይንብልን ኢና ኢልካዮ እሞ፡ ሕጂውን ብOpen mind እንድሕር ነቲ ህዝቢ ከተቕርቡ እንተኾንኩም፡ እቲ ዝቐደመ ሕቶ፡ እንዳጻፈፍካ ምኻድ ምሓሸ ነይሩ ክብል ምፈቶኹ። ናይ ብሓቂ ፡ከምቲ ፡ቃል ኣምላኽ ዝብሎ፡ ካብ፡ ልብኹም፡ ተበጊስኩም፡ ልቢ ንልቢ እንተ፡ ተቐባቢልኩም፡ ዘይትዕወቱሉ ምኽንያት የልቦን። ነገር ግን ተመን ዝራየስ ብልሕጺ ተዳሕለ ከምዝብሃል፡ እቲ ህዝብና እምነት ስኢኑ ልቡ ሂቡኩም ንኽዛረብ ይሽገር ይኸውን። ስለዚ በጃኻትኩም፡ ኩሉኹም ውሽጡኹም፡ ኣጽሪኢኹም ፡ ቅረቡ። ብዛዕባ እቶም ኮራኹሮም፡ ቀልጢፍኪም፡ ነቲ ህዝቢ ኣፍልጥዎ፡ ተብረኹ። ኣምላኽ ይሓግዝኩም።
Nonsense fiction!! I would rather have to suspect you as working to discredit others.
ብጣዕሚ አገዳሲ ሐበረታ ብራቮ ተባዕ ሰብ እዚኦም ጓሐሉ ተበለጽቲ ማዳ ህዝቢ እዮም ህዝበይ ተባራበር እዚ አመንዛ ጉጅለ ሀገር አህሲሱ ዑሱባቱ ክአ ጥቕሞም ጥራሕ እዩ ዝራአዮም ንእስያስ ዘድልይዎ ክአ ከምዚኦም ተበለጽቲ ጥራሕዩ ዝእክብ ህግደፍ ጸረ ህዝብን ሃገርን ጸልማት ጉጅለ ጠላማት
ጽቡቅ ትንተና 1 nation ከማን ልእክቲ ህግደፍ እያ ኔራ:: ብዝኮነ ይኣክል ውድበይ ውድብካ እዝ ማዕበል ህዝብና ብሓደ ሒዝካ ንህግደፍ ነበረያ ነበረ ክከውን ኣሎዎ ተልእኮ ኤርትራዊ መኣስ ህጂ ::
ሰላም ክብር ሓዉ መስፍን ሓጎስ አብ ሰ ዲ ህ ኤ EPDP ተ ሓ ኤ ዝነበረና መብዛትኡ መሰረት አይተቀበሎን ዝለዚ ኣብታ ውድብ ዘለው ዘደናግሩ መራሕቲ ሽሞም ጠቂስካ ክትገብር ንሓተካ
ኣንቱም ድንዙዛት ህዝቢ መስፍን ሓጎስ ከመይ ደኣ ብዛዕባ ኢሰያስ ቅድሚ 2018 ዘሎ ግዜ ዘይዛረብ? ሰበይቱ ንመስፍን ሓጎስ ስለምንታይ ዘይተኣስረት? ከመይ ጌራ ኣብ 2018 ናብ ኖርወይ ኣትያ? ኢሰያስ ኣብ 2018 ኣይከሰርናን ኢልኩም። ሰመረ ከምይ ክወጽእ ይኽእል።
I am convinced ììForo is not part of hgdef ...70 % i say ....?lets trust foro .
Fetera...more closer to fiction than reality. I could not connect the dots...
ፈሮ ነዚ ታርኽ ብምቅላዕካ ተባዕ ንብለካ❤❤❤
ምንም ጥርጥር የለውም ሽዐቢያ ነው የገደለው የሐገር ባሕል ለብሶ የሚናገረውን ሰው።
ጅእግና,ወአደባት,ንእመሬኤቱ,ንሕዙቡ,ዕድመአ,ያሃብካ,ዛሓአወይ
Eziganhet nezi b yelaf hiwet hizbina zeleqo, gujile tifat hgdf kitrik ezgabher zexinahka. Nezi nizahrdo gujile mafya merediu kara zeqebabil hizbi klibim, Shahil, hiwet zibelie hargiz hizu kemzinebere ydiqoro ykewun ezi Hizbi
Ezi gujile ezi n 63 amet bhiwet Eritreawiyan zixawet, futxum hiwet Eritreawi kem fitur seb zeyrio, yelaf Eritreawiyan atfiun zetifen zelo eu. Hagere demin motin eyom geyroma. Meleya zeybilu hiwet Eritreawi yeliqomo eyom.😭😭😭😭😭😭
Ezi wedi ab prima barentu thadso msay neru kab Gelialo ms amsiwom
ህዝቢ ኤርትራ ብዝይ ገበን ከቢድ 1:24:03 ጽንተት የጋጥሞ ኣሎ፡ኣብዚ መጽናዕቲ ክግበረሉ ዘለዎ።ንእሰያስ ዘማኽራ ሃገራትን ውልቀሰባትን ዝደልዮ ረብሓ ክህልወን ይኽል ኢዩ።ምስ'ዚ ውልቀሰብ ዝሰርሓ ዘልዋ ንረብሐን ዘገድሰን እንበር ህላውነት ሃገርን ሕብረተሰብን ንምጽናት ዝዓጥቃ ውን መጽናዕቲ የድሊ። የቐኒየልና ግዜኹም ሰዊኩም ብዙሕ ሓበርታ ብናይ ተወድን ብሓፈሻ ብልሹው ብዘይ ሕገ መንግሲ ትምሕደር ሃገር።
እወ ይመጽእ ገበን ዝገበረ መሳርሒ እዩ ዝኸውን
Shalom Teklay Yemane wedi gezawetey ❤❤❤
Hagos kemey yemesl abey yekmet habru
ኣብታ ቅድሚ እዛ ቪድዮ እዚኣ ዘላ ቪድዮ ኣሎ ስእሉ ጫሓም ኢዩ፡ ኣብ ጀርመን ይቕመጥ
የማነ ባርያ ህይወቱ ብጠንቂ ሰብ ኣይሓለፈትን ብዝነበሮ ናይ ጥዕና ጉድለት እዩ ሞይቱ ኣብ ባር ምይ ጭሆት ኣምሲና ዝኪነ ዓይነት መስተ ኣይሰተየን ኣብዩና ጽቡቕ ኣይስምዓንን ኣሎ ኢሉ ኣብዩና ምሸት ምስ መሰየ ክንከይድ ከለና ኣነ ባዕለየ ገዝኡ ኣብጺሔዩ ንእግረመገደይ ንገዛይ ከይደ ብሓጺሩ ኣነ እየ ናይ ጨረሽታ ሰብ ዝረእዩ ንንግሁኡ ንጽባሒቱ ሞይቱ ሓዲሩ ኣብ ዓራቱ ስለዚ ብኢድ ሰብ ኣይሞተን ንዓይ ናይ ቀረባ ዓርከይን ብጻየይን መቃልስተይን ብምኻኑ ዘለኒ ክብረትን ኣድናቖትን ዘልኣለማዊዩ
Thank you for the witness
Well done Brother Gad bless you
Guys don’t waste your time on this not only in Eritrea or Eseyas it’s all over the world what they call it in land security (ሀገራዊ ድሕነት ) it’s part of politics.
You are nonsense
ወታእታእ ኣዘራርባካ ሓሶት ምካኑ ሩዱእ እዩ እቲ ዝሰማዕካዮ ክማን ክትዛረብ ኣይካኣልካን ሓሳዊ ኢካ ኦትብ ኢልካ ብኽምዚ መይቱ ክምዚ ገሮም ቀትሎሞ ዝይትብል እእእእ ናልካ ትዛረብ ለኽባጥ ሓሳዊ😢😢😢😢
ኣታ kndey ትሰንፉ ገሽኩም trhaq
እዚ ዝፈልጦ ነገር ውርልሓንቲ የብሉን በዚ ዝብሎ ዘሎ ማንም ሰብ ዝፈልጦ ነገር አዩ
Hatewqetew
BawZa Let free. Later Bawza Let free because these people who arrested unaware of his involvement with the president regretted for bring him to the spot as the sole bomber. The worst BawZa never sorry for hurting his comrades while they were enjoying music and night dance further BawZa threatened harsh punishment toward these people who arrested and attempted to prosecute him. Angry people asked why he hurt innocent people who were enjoying music, The officer WedeAreya named who was handling the case refused to explain further why BawZa bombed his friends.

BawZa Let free. Later Bawza Let free because these people who arrested unaware of his involvement with the president regretted for bring him to the spot as the sole bomber. The worst BawZa never sorry for hurting his comrades while they were enjoying music and night dance further BawZa threatened harsh punishment toward these people who arrested and attempted to prosecute him.

Later Bawza Let free because these people who arrested unaware of his involvement with the president regretted for bring him to the spot as the sole bomber. The worst BawZa never sorry for hurting his comrades while they were enjoying music and night dance further BawZa threatened harsh punishment toward these people who arrested and attempted to prosecute him.

BawZa named TegadaLay involved in the killing of Abraham Afwerki. BawZa received special training in 1987 in the office of Esyas Afwerki which he boasted several times infront of his close friends also treated himself as precious loyal tagadalay for being selected by Esyas Afwerki for sensitive mission. It is unknown how many people he killed since 1987 also several people saw BawZa selected for the special mission the so called "ToF". Around or between the years 1993-1995 BawZa caught red handed bombing several people who were enjoying Music GuwayLa at night at specific location DengoLo La'E'Lay. Several of his victims seriously injured while three of his victims had life threatening head injury. The next day BawZa arrested, told he had received an order to target on certain people although the bomb missed the target people thus hit the wrong people. According to his former boss GeriKaN named TegadaLay BawZa used night cover and threw the grenade from his hiding rock hoping his target men still dancing with the group but the people left when BawZa left his place to bring the grenade. Later Bawza Let free because these people who arrested unaware of his involvement with the president regretted for bring him to the spot as the sole bomber. The worst BawZa never sorry for hurting his comrades while they were enjoying music and night dance further BawZa threatened harsh punishment toward these people who arrested and attempted to prosecute him.
Around or between the years 1993-1995 BawZa caught red handed bombing several people who were enjoying Music GuwayLa at night at specific location DengoLo La'E'Lay. Several of his victims seriously injured while three of his victims had life threatening head injury. The next day BawZa arrested, told he had received an order to target on certain people although the bomb missed the target people thus hit the wrong people. According to his former boss GeriKaN named TegadaLay BawZa used night cover and threw the grenade from his hiding rock hoping his target men still dancing with the group but the people left when BawZa left his place to bring the grenade.
Later Bawza Let free because these people who arrested unaware of his involvement with the president regretted for bring him to the spot as the sole bomber. The worst BawZa never sorry for hurting his comrades while they were enjoying music and night dance further BawZa threatened harsh punishment toward these people who arrested and attempted to prosecute him.
Later Bawza Let free because these people who arrested unaware of his involvement with the president regretted for bring him to the spot as the sole bomber. The worst BawZa never sorry for hurting his comrades while they were enjoying music and night dance further BawZa threatened harsh punishment toward these people who arrested and attempted to prosecute him.
Later Bawza Let free because these people who arrested unaware of his involvement with the president regretted for bring him to the spot as the sole bomber. The worst BawZa never sorry for hurting his comrades while they were enjoying music and night dance further BawZa threatened harsh punishment toward these people who arrested and attempted to prosecute him.
BawZa Let free. Later Bawza Let free because these people who arrested unaware of his involvement with the president regretted for bring him to the spot as the sole bomber. The worst BawZa never sorry for hurting his comrades while they were enjoying music and night dance further BawZa threatened harsh punishment toward these people who arrested and attempted to prosecute him.
Around or between the years 1993-1995 BawZa caught red handed bombing several people who were enjoying Music GuwayLa at night at specific location DengoLo La'E'Lay. Several of his victims seriously injured while three of his victims had life threatening head injury. The next day BawZa arrested, told he had received an order to target on certain people although the bomb missed the target people thus hit the wrong people. According to his former boss GeriKaN named TegadaLay BawZa used night cover and threw the grenade from his hiding rock hoping his target men still dancing with the group but the people left when BawZa left his place to bring the grenade. Later Bawza Let free because these people who arrested unaware of his involvement with the president regretted for bring him to the spot as the sole bomber. The worst BawZa never sorry for hurting his comrades while they were enjoying music and night dance further BawZa threatened harsh punishment toward these people who arrested and attempted to prosecute him.