ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ንሃገር ክብሉ ሂወቶም ዝኸፈሉ ዜጋታት ኤሪትራ ኣብ መቓብር ስውኣት ይቐበሩ ዋላ ኣብ ካልእ ይቐበሩ ለውጢ ወይ ፍልልይ የብሉን :: ኤሪትራ ብምልእታ መቓብር ስውኣት ኢያ :: ኣብ ኤሪትራ ስውእ ኤሪትራዊ ዘይተቐብራ መርየት የላን :: እዞም ኩሎም ናይ ጀብሃ ተጋደልቲ ዝነበሩ ስውኣት ሓርበኛታት የሕዋትና ኤሪትራውያን ኣበይ ተቐቢሮም ? ኣብ ኩሉ መርየት ኤሪትራ ተቐቢሮም :: እዚ ናይ ህግደፍ ሌላን ጉሌላን ዘለዎ መቓብር ስውኣት ዝባሃል ቱርጉም የብሉን :: ህግደፍ ንኤርትራውያን ንምትላል ንፖለቲካ ትጥቀመሉ መቓብር እምበር ብስዋት ኤሪትራውያን ሓዚናን ጉህዩን ኣይትፈልጥን ኢያ :: ንገሊኦም ኤሪትራውያን ባዕላ ቀቲላ ስውኣት እንዳበለት ኣብቲ ንሳ ትብሎ መቓብር ስውኣት ትቐብሮም :: ህግደፍ ጎዱፍ መአከብ ጓሓፍት ::
It's unbelievable but nothing unbelievable in Eritrea. Anything and everything is POSSIBLE !!! Because it's hell on earth !!!.....
ብዓል ፍሊጶስ ብኽምዚ ተግባር ኢዩም ጀነራልት ተዋሂኦም።
Kemu enafeltkumsi tiwagiulom kea nerkum eway yigerim.
ኣብ 3ይ ወራር ኣብ ግምባር ዓዲ በጊዖ ምሉእ ክ/ሰ ምስ ጸላኢ ኢድ ብኢድ ምስ ኮነ ብሸነኽ ሞራጉዝ ዝነበረ ከቢድ ብረት ኣልማማ ህረመና ተባሂሉ እቲ ቦታ ኣኻውሕ ስለ ዝነበረ ኩላትና ሰራዊት ረጊፍና።ብተመሳሳሊ ኣብ 2008/06 ናይ ጅቡቲ ዝነበረ ምስ ሃረማና ኩነታት ጀሚርና ሓይሊ ባሕሪ ረዲኦሙና።ህግደፍ ስግረዶብ ንዝኸዱ በልዎም ብብረት ይብለና ኔሩ።ነቶም ዝተማረኹ ብኽድዓት የሕሊፍዎም።ንህግደፍ ንምድሓን ህዝብን ሃገርን ምጽናት እዩ።ናይ ኢትዮጵያ ውዑል ሰላም ንጥፍኣት ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ሙዃን ዘይተረድኦ ህዝቢ ዓንዲሩ ሕጂ እውን ንድሕነት ግብጽን ሶማልን ሰራዊትን ህዝብን ኤርትራ ግዳይ ከይከውን ኣብ ጎኒ ህዝብን መንግስትን ኢዮጵያ ክንቀውም ኣለና ህዝብና ነድሕን።
በረም-ቦጣዕ ። በኾኽ-በኾክ።
ህግዴፍ ካብጼላይ ዚያዳ መንእሴ ሰርዓት ህግዴፍ አጥፍኡዋም
ወዳጀ እዚ ፈጻግ ኣብ 6ይ ዙር እዳታዓለምና ኣብ 3ይ ክፍለ ሰራዊት ኣብ ሳዋ መራሒ ብርገድና ነይሩ ኣዝዩ ሓሳድ እዩ
Good job, Eri Man brother 💙👍👍
Ab. Dege nay. Zeaferka aykonen tsebsab Document. hazo Besifet. Nezom. Zerishenu Nenesuha hagerawyan. Eritreawyan. Agalesiwm asmatom. Zeteweledelu. Adom. Esyas. Eseyas Eseyas. Ketblu Atesmumuna Nuso. Elekom. Eu. teran Mes Bezhe beret. Beret Alekom Eber. Jeganu. hagerawe. gobokom. Thank you. heji. Ken Negeberi okoyan akalwom Mengesti. hagerin. hezbin aytehawasiwo. 🇪🇷💪💪🌿💪🇪🇷🇪🇷
አብ ክፍለሰራዊት 18 ብርጌድ 2 አብ ግንባር ባድመ ግንባር ጎሶሞ ዕለተ 6 ዕለተ ወርሔ 10 አለዎ ዝተረሸነ አባላትና
ወዲ ወልደሚካኤልን ቀሺ ዓኛቕን ድዮም ኔሮም መራሕቲ ብርጌድ? ወዲ ሓጎስን ወዲ ኣውቲስታን እንዳ 4 ኔሮም፡ እቶም ካልኦት ሓለፍቲ በራጊድ ግን ረሲዐዮም ። እቲ ጉኑፍ ወዲ ፍርዙን ከኣ መራሒ ክፍለሰራዊት።
32 ቴድሮስ ዝባሃል መራሒ ሓይሊ ብጅግንነት ከም ዝተሰውአ ይዛረቡ እዩም ኣብ እምባሶይራ ማለት እዩ ኣነ ኣየርከብኩሉን 19 ዙርያ እየ
Ayashu. Entay beret alokom. Etom. haleftikom Kea. Beret. Alowm. Zey. Trisheniwom Ab zei mesikom. hademkom. Afer. Fer. teblu. 💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
Abi 161 ahadu gashi barika nayi bial wedi Kerin merahi beriged zineberet ahadu buzuhat natina reshinom eyom merahi boteloni wedi hayile zibehal rishinu
Wedi hayile nibuzihat awalid kea yitsawetelen neru
ክንደይ ኢልካ ክጽብጸብ ናትና ኤርትራውያን ባርነት ለሚድና ኢና
ኣብ ኤውሮጳ ኮይንካ ክትቃለስ ዓቅምኻ ክትዛረብ ጥራይ ኢኻ ትኽእል ተዛረብ ድሓር ግን ክትከፍኣካ ኢያ
😂 ኣብዚ ኸኣ ሰብ ተፋራርሕ ኣለኻ
Lumus hangol mexai hzbu yzareb alo wedi resh axmi 😢
ሓደገኛ ውድብ በላዕቲ አዛብእ ሓቁ እዩ ፀልማት ክወርሶ እቲ ዐዲ ሩጉማት ኤርትራ ሙዃነነይ ብጠዐሚ እዩ ዘፅልአኒ
Etom. Reshenti Kemaka Dekalu. Komo wen. Etom. Awraja. humoman malet. Babylon. Nawyan Eyom. Zerishenu Nesom. Kea. Ab txeta halafeom. Kab. hade. Awraja eyom. hakika endika Kolom. halefti. Besifehu. Kea kolom Ab. Document hezka temagot. Ezi. geben. Ezi. Kem zifesem Hezbi. Felit eu. Aklewom Ajokom 💪💪🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷
ኣብ ኮር 161 1ይ ክ/ት3ይብርግድ 1ይ ቦጦሎኒ ኔረ።ኣዛዚ ቦጦሎኒ ገሬ ይባሃል። 12:41 ዓዱ ከባቢ ደቀምሓረ ሓማሴን።ካብ 1998ክሳብ 2000ዓ/ም በብግዜኡ 5ሰባት ኣብ'ታ ቦጦሎኒ ብትእዛዝ ገሬ ተረሺኖም።4ኣገልግሎት1ተጋዳላይ መራሒ ሓይሊ።
ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕዝን 😢
Hasawi eka gn azazi botoloni n merahai haili zkone kgebro aykieln u
ካብ ትጻረፍ ጭብጢ ኢልካ ዘይትሓትት። ደሃር ክነግረካ እቲ ትእዛዝ ፡ብምክልኻል ዝመጽእ። ኣብ ምትግባርን ምንጻግን ግን መራሒ ቦጦሎኒ ወሳኒ ታራይጻወት።ከምኡ ስለዝኾኒ ድማ፡ኣብታ ብርጌድና እተን 2ልተ ቦጦሎኒ መራሕተን ስለዘይተቐበልዎ።ዝተረሸነ ሰብ ኣይሰማዕናን።ኣብ ናትና ቦጦሎኒ ግን ካብ1998ክሳብ2000ዓ/ም/ፈ እዚ መራሒ ቦጦሎኒ ምሳና ኔሩ።ብምክልኻል ዘዝመጸ ትእዛዝ ስለዘተግብር፡5ንጹሃትረሺኑ ይብለካ ኣሎኹ።ከምዘላታ ውሰደ ሓቂ ኢዩ።ኣነ ብሞት ናይቶም ንጹሃት ኩሉ ግዜ ይሓዝን።
ብፍላይ እቲ ቦጦሎኒ ናትና ኣብ ከባቢ ዓሊግድር ኣብ ዝነበርናሉ ግዜ።ኣብ ታላታዓሽር ንመምሃሪ ማሌት ካልኦት መታን ከይኩብሉሉ ተባሂሉ ዝተረሸነ ኣባል ሃገራዊ ኣገልግሎት ቢሌናይ ዓዱ ኣብ ከባቢ ሓጋዝ፡መራሒ ናይታ ዝረሸነት ሓይሊ ተስፍይ ረዘነ ሓንቲ ቆራይ።ቢሌናይ ምስ ረሸንዎ ጹቡቕ ጌሮም ስለ ዘይቀበሩዎ። ወኻሩ ፊሒረን ኣውጺአንኦ።እቶም ኣብቲ ከባቢና ዝነበራ ናይ ጆንጋራን ሰራዊት፡ መቓብር ተፉሒሩ፡ ናይ ዝመተ ሰብ ስለዝራኣዩ መጺኦም ሓበሬታ ነቶም ሓለፍቲ ሓብሮም። ካልእ ሊንጎ ዝባሃል ኣባል ናይታ ሓይሊ።ኮብሊሉ ጸኒሑ ድሕሪ ምርሻን ናይ ብሌናይ ይመጽእ እሞ።ንዕኡ እውን ንክርሸንዎ ይኣስሩወ።ተኣሲሩ ከሎ እቲ ዝሕልዎ ዝነበረ ዋርድያ ስማዕ ሊንጎ ቅድሜኻ መጺኡ ኣቃቢጾም ኢዮም ምስ በሎ።ሊንጎ ብኡሱሩ ንሱዳን ሃዲሙ።ድሓር ናብ ከባቢ ሽላሎ ምስ ከድና። ካብ ሱዳን ተመሊሱ ናብ እንዳክፍለሰራዊት ከይዱ መጹአ ኣሎኩ ኢሉ ውሕስነት ሓቲቱ ።ወዲ ሊቀ ኪድ ዝቐርበካ የለን ኢሉ ናብቲ ዝነበሮ ወረቐት መሰነይታ ጌሩ ሰዲድዎ።ከም ሰቡ ድማ ስናይፐር ዓጢቑ ይዋጋእ ኔሩ።ስለዚ ሓሳዊ ኣይትበለኒ ሓቀይኢየ።ብዙሕ ዝበሃል እንተዘይበረሃልካ ክውስኽካ ይክእል ኢየ።
@@mihretabyemane8847 ሓሳዊ እንተበልካ ዝተሓዘካ ኣይኮነን። ኣነውን ብኣካል ስለዝረኣኩ እየ ኣሚነ።
ነፍሲ ወከፍ ኣብ ኣገልግሎት ዝነበረን ዘሎን ኤርትራዊ ብመራሕቲ ዝወረዶ ግፍዕን ቅትለትን ከም ውሽጣዊ ሕማም ኣብ ውሽጡ ሒዝዎ ኣሎ እዞም ሕጂ በጨቅ ዝብሎም ዘሎ ሓደ ንጣብ ካብቲ ብዝሕዩ እቲ ዝተረፈ መቁጸሪ ዘይብሉ ግፍዕታት ግን ግዚኡ ሓልዩ ክወጽእዩ ምኽንያቱ እዞም ሕጂ ደለይቲ ፍትሒዶ ንሓመዱዶ ተቃወምቲ ኢና በሃልቲ ኣክንዲ ሰሚርኩም ንቅድሚት ኤርትራ ኔርትራውያን ኢልኩም ትመርሑ ትግስግሱን ተተጠዊኹም ትግራይ ትዕወት ኣብ ሕዝሎ ሕዋሓት ተጎራቢትኩም ንህዝቢ ኤርትራ ከተድምዩ ትፍትኑ ህዝብን ስርዓትን ክትፈልዩ ዘትኽእሉ ባኣልማማ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትሕንሕኑ ። ዝለዚ ከመይ ኢለየ ኣነን ከማይ ዛመሰሉ ደቂ ሃገርን ክስዕብኹም ኢልኩም ትጽበዩ
❤❤❤❤❤
If so the future of eritrean is?????????
Ewae entay ekum tbluna,😢
@@Moe34-fq3mi ገሪሙካ/ኪ ዶ? እዚ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ኢዩ። ብዙሕ ንኽትኣምኖ ዘሸግር ገበናት ኣሎ።
ካብቶም ሃደ ዚድሃንኩ አየ
God Bless, Happy for you.
@@wredff66 ትሓይሽ ሳላ ዝሃደምካ ትነብር ኣለካ።
Naizom aslam .can't he get another expressioñ. The admin should had 4:41 to show him how to speak respectly
Ewayyy Ata Kndey Thsuw Menke Kamnokum Eyu Aken Zelewo zeythsuw TEGARU DYOM komubelu Elomkum Dekalu Tegaru Ekum Gexkum Kewilkum Tzarebu Zelekum FESHALEK
እህህህህ ኣዚዩ ኢዩ ዘሰቅቕ ዘሕምም።ኣብዚ ሕጂ 21ክፍለዘመን እንኳይ ዶ ናይ ሰብ ናይ እንስሳ መሰል ኣብዝሕለወሉ ግዜ ኢና ዘለና ብግቡእ ሰንድዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።ግቡእካ ፈጺምካ መሰልካ ሕተት እንደበሉ የታልሉና ኔሮም ።ታሪኽ ከዊሎም ሸዊት ዕድሜና ኣቃጺሎሞ።
Ata resahat gena
Ya yfelta eye ezia afinbol nere taba mchot ms afan
Nedeka Bela nedeka hasawi medanageri tgraway ncka ika ktrschen zgbaka neru
Thank you guys
እዋይ ህዝበይ አሕ አሕ አሕ 😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏
Aliges hasawi loqmax wedi sebeti
Inda kndey neyrkum ahdkum bnxur ngeruna😊
😢😢
ወዳጀ ዓሻ ተጎሕፉ ኣሎ ደሰኪሉ😢😢😢
Who you are? Voice is not enough.
Sewra sewrawi endabelea eyu elom baelom awww elom tezaribom eyom ,,,,eti seghimti zewesede welkeseb zeykone eti highi kuwan nay sewra eyu..
💙💙💙💙💙💙💙
ሃተ
ዓውደ ኩናት ሰብ ዝበልዕ ነንሕድሕድካውን ይኩን ዘየተኣማምን እዩ። ኣብ ግዜ ኩናት ከኣ ብውልቂ ይኹን ብሓባር ብዙሕ ጌጋታት ይግበር እዩ። ንኣብነት ኣብ 1999 ኮብሊሉ ካብ ኣሃዱኡ ዝከደ ይረሸን ክብሃል ከሎ ቅኑዕዩ ክርሸኑ ኣለዎም ንብል ዝነበርና ውሑዳት ኣይኮናን። ዝኮነ ዝውሰድ ስጉምቲ ኣብ ግዚኡ ቅኑዕ ዝመስል ዝነበረ ድሕሪ ግዜ ግን ጌጋ ኮይኑ ክጸንሕ ይክእል እዩ። ውትህድርናን ኩናትን ከኣ ቀሽን ታቦትን ክኸውን ኣይክእልን እዩ። ረሺነሞ ቀቲለሞ እናበልና ንኣዘዝቲ ሰራዊት ኣቅሽሽቲ ክኾኑ ኣይንጸበዮም። ቃልሲ ከምኡ እዩ።
በቃ ከመይ ዝበሉኻ ለባም ኢኻ ወደይ ይበል ዘረባ
✊🏿✊🏿✊🏿✊🏿✊🏿💙💙💙💙💙⚖️✔️
😊😅
😭
Eritrawiayan hito gdefu wenenti ena nmem nihato
Iti zbehal zelo haqi intekhoynu haqi iyu wala hasot intekhoynu haqi iyu mkhnyatu aremen shabiya zeytgebro geben yelen.
@@darsamussa399 ሓቂ ዝሓወይ ዝነበርናዮን ዝራኣናዮን ኢና ንዛረብ ዘለና።
አብ ዓበይቲ ብሽም ዕቁር ሰራዊት አብ ዝፍለጡ አያታትናን አቦታትና ከይተረፈ እውን እዞም ሸፉቱ ተመሳሳሊ ከቢድ ግፍዕን በደልን አብጺሖም እዮም::
Feshkal bisotika bidewika areshinika hiji entay tibil aloka fetawi nebiskum
Dekis
ኣነ ዝብሎ አለኒ ኤርትራውያን ዘይፈለጥናዮ 1 ነገር ኣሎ ትፈልጥዎ ዶ?
Tefeltewo do ? Ilka entay zebel heto aymeleskan ?????
Afimbol
Afinbol nere taba mchot 2001 ms afan
እላባ
Ane 29 keflesrawit Asseb nere Binam zibhal merahi haily nero kebabi segeneyti akror keykone ayterefen eyu reshinemo mis hagerawi agolgolet xbukbrikeb sileznebere hadimka kabbkoynat elom 3 werar
መሳኪን ዋና ዝሳኣኑ ኣድገ በቅሊ.
Ezom hgi gze rekibom seb zesakyun zketlun zelowu.... xbah ab dekom kfde eyu. Hgi musye knktel trah eyu zelona...
እቶም ብስርቕ ምርቕ ዝጠፍኡ መናእሰይ ኤርትራ እንቋዕ ሓቀኛ ታሪኾምን ኣጣፋፍኦምን ዝምስክር ተረኽበ! የቐንየልና🙏🏽
Lekabt hasewti hasot snkom deki mlsha srnay
ሓቂ ዘረባ ወዲቡላ 😢 ኣቃትሉኡ ቐጻሊ ይኹብልል ስለዝነበረ ኣብ ሳልሳይ ወራር መጽዩ፡ ኣብ ዓይጋ ዝባሃል ቦታ ምስኣዝለቕና ብገርሁ ንሓደ ተስፋንኪኤል ዝተባህለ ተወጊኡ ወዲቑ ሪኢዮ ስለዝበለ ንምንታይ ገዲፍካዮ ወጺኻ ኢሎም ኣብ ሕረት ዝተባህለ ቦታ ረሺኖሞ፡ ምስኡ ዝተረሸነ ከኣ ኣባል 5ይ ዙር እዩ፡ መራሒ ቦጦሎኒ ገረንሴኤ መራሒ በርጌድ ከኣ ወዲ ተላ ዘይኮነ ወዲ ሸቃ እዩ ዝባሃል።
@@FetariSdetnaYhxrelna16ኣስመራ
ሎቁማፃት 👎👎👎👎
ውይ ውይ ሃሶት ዝስማአ ዘረባ ኣይመረጽኩምን ሃሃሃ
😭😭😭😭
Sebay entekonka gexika keftka tezareb
Ane Abu nere
Entay tegeber
😭😭😭
ንሃገር ክብሉ ሂወቶም ዝኸፈሉ ዜጋታት ኤሪትራ ኣብ መቓብር ስውኣት ይቐበሩ ዋላ ኣብ ካልእ ይቐበሩ ለውጢ ወይ ፍልልይ የብሉን ::
ኤሪትራ ብምልእታ መቓብር ስውኣት ኢያ ::
ኣብ ኤሪትራ ስውእ ኤሪትራዊ ዘይተቐብራ መርየት የላን ::
እዞም ኩሎም ናይ ጀብሃ ተጋደልቲ ዝነበሩ ስውኣት ሓርበኛታት የሕዋትና ኤሪትራውያን ኣበይ ተቐቢሮም ?
ኣብ ኩሉ መርየት ኤሪትራ ተቐቢሮም ::
እዚ ናይ ህግደፍ ሌላን ጉሌላን ዘለዎ መቓብር ስውኣት ዝባሃል ቱርጉም የብሉን ::
ህግደፍ ንኤርትራውያን ንምትላል ንፖለቲካ ትጥቀመሉ መቓብር እምበር ብስዋት ኤሪትራውያን ሓዚናን ጉህዩን ኣይትፈልጥን ኢያ ::
ንገሊኦም ኤሪትራውያን ባዕላ ቀቲላ ስውኣት እንዳበለት ኣብቲ ንሳ ትብሎ መቓብር ስውኣት ትቐብሮም ::
ህግደፍ ጎዱፍ መአከብ ጓሓፍት ::
It's unbelievable but nothing unbelievable in Eritrea. Anything and everything is POSSIBLE !!! Because it's hell on earth !!!.....
ብዓል ፍሊጶስ ብኽምዚ ተግባር ኢዩም ጀነራልት ተዋሂኦም።
Kemu enafeltkumsi tiwagiulom kea nerkum eway yigerim.
ኣብ 3ይ ወራር ኣብ ግምባር ዓዲ በጊዖ ምሉእ ክ/ሰ ምስ ጸላኢ ኢድ ብኢድ ምስ ኮነ ብሸነኽ ሞራጉዝ ዝነበረ ከቢድ ብረት ኣልማማ ህረመና ተባሂሉ እቲ ቦታ ኣኻውሕ ስለ ዝነበረ ኩላትና ሰራዊት ረጊፍና።ብተመሳሳሊ ኣብ 2008/06 ናይ ጅቡቲ ዝነበረ ምስ ሃረማና ኩነታት ጀሚርና ሓይሊ ባሕሪ ረዲኦሙና።ህግደፍ ስግረዶብ ንዝኸዱ በልዎም ብብረት ይብለና ኔሩ።ነቶም ዝተማረኹ ብኽድዓት የሕሊፍዎም።ንህግደፍ ንምድሓን ህዝብን ሃገርን ምጽናት እዩ።ናይ ኢትዮጵያ ውዑል ሰላም ንጥፍኣት ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ሙዃን ዘይተረድኦ ህዝቢ ዓንዲሩ ሕጂ እውን ንድሕነት ግብጽን ሶማልን ሰራዊትን ህዝብን ኤርትራ ግዳይ ከይከውን ኣብ ጎኒ ህዝብን መንግስትን ኢዮጵያ ክንቀውም ኣለና ህዝብና ነድሕን።
በረም-ቦጣዕ ። በኾኽ-በኾክ።
ህግዴፍ ካብጼላይ ዚያዳ መንእሴ ሰርዓት ህግዴፍ አጥፍኡዋም
ወዳጀ እዚ ፈጻግ ኣብ 6ይ ዙር እዳታዓለምና ኣብ 3ይ ክፍለ ሰራዊት ኣብ ሳዋ መራሒ ብርገድና ነይሩ ኣዝዩ ሓሳድ እዩ
Good job, Eri Man brother 💙👍👍
Ab. Dege nay. Zeaferka aykonen tsebsab Document. hazo Besifet. Nezom. Zerishenu Nenesuha hagerawyan. Eritreawyan. Agalesiwm asmatom. Zeteweledelu. Adom. Esyas. Eseyas Eseyas. Ketblu Atesmumuna Nuso. Elekom. Eu. teran Mes Bezhe beret. Beret Alekom Eber. Jeganu. hagerawe. gobokom. Thank you. heji. Ken Negeberi okoyan akalwom Mengesti. hagerin. hezbin aytehawasiwo. 🇪🇷💪💪🌿💪🇪🇷🇪🇷
አብ ክፍለሰራዊት 18 ብርጌድ 2 አብ ግንባር ባድመ ግንባር ጎሶሞ ዕለተ 6 ዕለተ ወርሔ 10 አለዎ ዝተረሸነ አባላትና
ወዲ ወልደሚካኤልን ቀሺ ዓኛቕን ድዮም ኔሮም መራሕቲ ብርጌድ? ወዲ ሓጎስን ወዲ ኣውቲስታን እንዳ 4 ኔሮም፡ እቶም ካልኦት ሓለፍቲ በራጊድ ግን ረሲዐዮም ። እቲ ጉኑፍ ወዲ ፍርዙን ከኣ መራሒ ክፍለሰራዊት።
32 ቴድሮስ ዝባሃል መራሒ ሓይሊ ብጅግንነት ከም ዝተሰውአ ይዛረቡ እዩም ኣብ እምባሶይራ ማለት እዩ ኣነ ኣየርከብኩሉን 19 ዙርያ እየ
Ayashu. Entay beret alokom. Etom. haleftikom Kea. Beret. Alowm. Zey. Trisheniwom Ab zei mesikom. hademkom. Afer. Fer. teblu. 💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
Abi 161 ahadu gashi barika nayi bial wedi Kerin merahi beriged zineberet ahadu buzuhat natina reshinom eyom merahi boteloni wedi hayile zibehal rishinu
Wedi hayile nibuzihat awalid kea yitsawetelen neru
ክንደይ ኢልካ ክጽብጸብ ናትና ኤርትራውያን ባርነት ለሚድና ኢና
ኣብ ኤውሮጳ ኮይንካ ክትቃለስ ዓቅምኻ ክትዛረብ ጥራይ ኢኻ ትኽእል ተዛረብ ድሓር ግን ክትከፍኣካ ኢያ
😂 ኣብዚ ኸኣ ሰብ ተፋራርሕ ኣለኻ
Lumus hangol mexai hzbu yzareb alo wedi resh axmi 😢
ሓደገኛ ውድብ በላዕቲ አዛብእ ሓቁ እዩ ፀልማት ክወርሶ እቲ ዐዲ ሩጉማት ኤርትራ ሙዃነነይ ብጠዐሚ እዩ ዘፅልአኒ
Etom. Reshenti Kemaka Dekalu. Komo wen. Etom. Awraja. humoman malet. Babylon. Nawyan Eyom. Zerishenu Nesom. Kea. Ab txeta halafeom. Kab. hade. Awraja eyom. hakika endika Kolom. halefti. Besifehu. Kea kolom Ab.
Document hezka temagot. Ezi. geben. Ezi. Kem zifesem Hezbi. Felit eu. Aklewom Ajokom 💪💪🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷
ኣብ ኮር 161 1ይ ክ/ት3ይብርግድ 1ይ ቦጦሎኒ ኔረ።ኣዛዚ ቦጦሎኒ ገሬ ይባሃል። 12:41 ዓዱ ከባቢ ደቀምሓረ ሓማሴን።ካብ 1998ክሳብ 2000ዓ/ም በብግዜኡ 5ሰባት ኣብ'ታ ቦጦሎኒ ብትእዛዝ ገሬ ተረሺኖም።4ኣገልግሎት1ተጋዳላይ መራሒ ሓይሊ።
ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕዝን 😢
Hasawi eka gn azazi botoloni n merahai haili zkone kgebro aykieln u
ካብ ትጻረፍ ጭብጢ ኢልካ ዘይትሓትት። ደሃር ክነግረካ እቲ ትእዛዝ ፡ብምክልኻል ዝመጽእ። ኣብ ምትግባርን ምንጻግን ግን መራሒ ቦጦሎኒ ወሳኒ ታራይጻወት።ከምኡ ስለዝኾኒ ድማ፡ኣብታ ብርጌድና እተን 2ልተ ቦጦሎኒ መራሕተን ስለዘይተቐበልዎ።ዝተረሸነ ሰብ ኣይሰማዕናን።ኣብ ናትና ቦጦሎኒ ግን ካብ1998ክሳብ2000ዓ/ም/ፈ እዚ መራሒ ቦጦሎኒ ምሳና ኔሩ።ብምክልኻል ዘዝመጸ ትእዛዝ ስለዘተግብር፡5ንጹሃትረሺኑ ይብለካ ኣሎኹ።ከምዘላታ ውሰደ ሓቂ ኢዩ።ኣነ ብሞት ናይቶም ንጹሃት ኩሉ ግዜ ይሓዝን።
ብፍላይ እቲ ቦጦሎኒ ናትና ኣብ ከባቢ ዓሊግድር ኣብ ዝነበርናሉ ግዜ።ኣብ ታላታዓሽር ንመምሃሪ ማሌት ካልኦት መታን ከይኩብሉሉ ተባሂሉ ዝተረሸነ ኣባል ሃገራዊ ኣገልግሎት ቢሌናይ ዓዱ ኣብ ከባቢ ሓጋዝ፡መራሒ ናይታ ዝረሸነት ሓይሊ ተስፍይ ረዘነ ሓንቲ ቆራይ።ቢሌናይ ምስ ረሸንዎ ጹቡቕ ጌሮም ስለ ዘይቀበሩዎ። ወኻሩ ፊሒረን ኣውጺአንኦ።እቶም ኣብቲ ከባቢና ዝነበራ ናይ ጆንጋራን ሰራዊት፡ መቓብር ተፉሒሩ፡ ናይ ዝመተ ሰብ ስለዝራኣዩ መጺኦም ሓበሬታ ነቶም ሓለፍቲ ሓብሮም። ካልእ ሊንጎ ዝባሃል ኣባል ናይታ ሓይሊ።ኮብሊሉ ጸኒሑ ድሕሪ ምርሻን ናይ ብሌናይ ይመጽእ እሞ።ንዕኡ እውን ንክርሸንዎ ይኣስሩወ።ተኣሲሩ ከሎ እቲ ዝሕልዎ ዝነበረ ዋርድያ ስማዕ ሊንጎ ቅድሜኻ መጺኡ ኣቃቢጾም ኢዮም ምስ በሎ።ሊንጎ ብኡሱሩ ንሱዳን ሃዲሙ።ድሓር ናብ ከባቢ ሽላሎ ምስ ከድና። ካብ ሱዳን ተመሊሱ ናብ እንዳክፍለሰራዊት ከይዱ መጹአ ኣሎኩ ኢሉ ውሕስነት ሓቲቱ ።ወዲ ሊቀ ኪድ ዝቐርበካ የለን ኢሉ ናብቲ ዝነበሮ ወረቐት መሰነይታ ጌሩ ሰዲድዎ።ከም ሰቡ ድማ ስናይፐር ዓጢቑ ይዋጋእ ኔሩ።ስለዚ ሓሳዊ ኣይትበለኒ ሓቀይኢየ።ብዙሕ ዝበሃል እንተዘይበረሃልካ ክውስኽካ ይክእል ኢየ።
@@mihretabyemane8847 ሓሳዊ እንተበልካ ዝተሓዘካ ኣይኮነን። ኣነውን ብኣካል ስለዝረኣኩ እየ ኣሚነ።
ነፍሲ ወከፍ ኣብ ኣገልግሎት ዝነበረን ዘሎን ኤርትራዊ ብመራሕቲ ዝወረዶ ግፍዕን ቅትለትን ከም ውሽጣዊ ሕማም ኣብ ውሽጡ ሒዝዎ ኣሎ እዞም ሕጂ በጨቅ ዝብሎም ዘሎ ሓደ ንጣብ ካብቲ ብዝሕዩ እቲ ዝተረፈ መቁጸሪ ዘይብሉ ግፍዕታት ግን ግዚኡ ሓልዩ ክወጽእዩ ምኽንያቱ እዞም ሕጂ ደለይቲ ፍትሒዶ ንሓመዱዶ ተቃወምቲ ኢና በሃልቲ ኣክንዲ ሰሚርኩም ንቅድሚት ኤርትራ ኔርትራውያን ኢልኩም ትመርሑ ትግስግሱን ተተጠዊኹም ትግራይ ትዕወት ኣብ ሕዝሎ ሕዋሓት ተጎራቢትኩም ንህዝቢ ኤርትራ ከተድምዩ ትፍትኑ ህዝብን ስርዓትን ክትፈልዩ ዘትኽእሉ ባኣልማማ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትሕንሕኑ ። ዝለዚ ከመይ ኢለየ ኣነን ከማይ ዛመሰሉ ደቂ ሃገርን ክስዕብኹም ኢልኩም ትጽበዩ
❤❤❤❤❤
If so the future of eritrean is?????????
Ewae entay ekum tbluna,😢
@@Moe34-fq3mi ገሪሙካ/ኪ ዶ? እዚ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ኢዩ። ብዙሕ ንኽትኣምኖ ዘሸግር ገበናት ኣሎ።
ካብቶም ሃደ ዚድሃንኩ አየ
God Bless, Happy for you.
@@wredff66 ትሓይሽ ሳላ ዝሃደምካ ትነብር ኣለካ።
Naizom aslam .can't he get another expressioñ.
The admin should had 4:41 to show him how to speak respectly
Ewayyy Ata Kndey Thsuw Menke Kamnokum Eyu Aken Zelewo zeythsuw TEGARU DYOM komubelu Elomkum Dekalu Tegaru Ekum Gexkum Kewilkum Tzarebu Zelekum FESHALEK
እህህህህ ኣዚዩ ኢዩ ዘሰቅቕ ዘሕምም።
ኣብዚ ሕጂ 21ክፍለዘመን እንኳይ ዶ ናይ ሰብ ናይ እንስሳ መሰል ኣብዝሕለወሉ ግዜ ኢና ዘለና ብግቡእ ሰንድዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
ግቡእካ ፈጺምካ መሰልካ ሕተት እንደበሉ
የታልሉና ኔሮም ።
ታሪኽ ከዊሎም ሸዊት ዕድሜና ኣቃጺሎሞ።