Eritrea,ሌላ ምስ ዝተጨውዩ ኤርትራውያንን ሕቶን መልሲን 2ይ ክ.

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 44

  • @ephar133
    @ephar133 4 หลายเดือนก่อน +9

    እዛ መደብ እዚአስ ይህንጠው ክሰምዓ thanks

  • @asefawasmeromtekli8017
    @asefawasmeromtekli8017 4 หลายเดือนก่อน +8

    ጽቡቕ ሰነድ፡ ኢዩ። ጸላኢና ብከምዚ ደረጃ ክንፈልጦ እንተኪኢልና ጥራሕ ኢና ክንዕወተሉ ንኽእል፡፡ እንተዘይኮነ ንዝሓለፈ ክንሰምዕ ኣይንደልን፡ እዚ ጽንጽዋይ ኢዪ እናበልና ሸለል እንተኢልና, ንዘይንፈልጦ ጸላኢ ኢና ክንገጥም ማለት ኢዪ። ኣብ ርእሲኡ ፈጺምና ሕጂ ክነገብሮ ዘይካልና ዘለና። ብፍላይ ንተወፋይነትን ቆራጽነትን ከመይ ጌርካ ነዊሕ ተጋዒዝካ ተጥቅዕ ትዕወት፡ ካብ ዝተፈላለየ ክፍለዓለምን ደረጃ መነባብሮን ዓቕሚ ትምህርትን ናብ ቃልሲ ከምዝውፈር ዓብይ ኣብነት እንቐስመሉ መደብ ኢዩ።

  • @iskatl1098
    @iskatl1098 4 หลายเดือนก่อน +3

    ዓቕምን ብቕትን ስለ ዘይብልኩም ብስነ ስርዓት ክትምጉትዎ ስለ ዘይትኽእሉ ኮራኩር ውልቀመላኽን ዑሱባትን ስለዝኾንኩም ዓያሹን ገርህታትን እንተረኸብና ኢልኩም እዚ ዘይባሃል ጸርፊ ትጽሕፉ ኣለኹም ቅሱን ግን ዝገልጾ ዘሎ ኩሉ ሓቂ እዩ ኣነ እውን ኣርኪበሉ እየ ከም አኽላባት ትነብሑ ከም ኣዛብእ ትንቅዉ ታሪኽ እዩ ።

  • @BETESEB1972
    @BETESEB1972 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሕጂ ህዝብና ከመይ ኣሎ 75% ይግዛእ ኣሎ 25% ድማ ናይ ኢሰያስ ሓሰማ ኮይኖም የገልግሉ ኣለዉ ፣ ከቢድ ዝገብሮ ኤርትራዊ ለክባጥ ስለ ዝተቀየረ እዩ ወድሓንኩም።😢

  • @0mohammed703
    @0mohammed703 4 หลายเดือนก่อน +1

    Don't be shy, say who released duru from prison in 1975. Of course, the great tegadalay martyr SAEED SALEH.

    • @Wediharestay
      @Wediharestay 4 หลายเดือนก่อน

      Though Seid Saleh was one of the prominent ELF fighters, he never participated in the Sembel operation. He was with those in the Adiquala operation.

  • @teclitembaye5038
    @teclitembaye5038 4 หลายเดือนก่อน +4

    ንጥፍአትና ተሐባበርቲ ኢኹም ነዚ እንዳ ፈለጥኩም ንህዝቢ ኤርትራ ድያብሎስ ፈኒኹሙሉ አብ መጻኢት ኤርትራ ተሐተቲ ኢኹም

  • @Biemnet-e8t
    @Biemnet-e8t 4 หลายเดือนก่อน

    መንእሰይ ኤርትራ ብሓፈሻ ህዝብ ኤርትራ ዕድል ኣይገበረን

  • @berhanemeskeltewelde4301
    @berhanemeskeltewelde4301 4 หลายเดือนก่อน +1

    ክቡር ሓው ጥንቅቅ ኢልካ ተዛረብ፡
    ንተሾመ እርገቱ ክቕተል ኮሎ ሓይሊ ገብሪሂወት ሕምብርቲ እያ ነይራ ፡ግን እቶም ንጀነራል ተሾመ ዝቀተሉ 6 ፈዳይን ዝተመርጹ ኣድቢዮም ብምጽናሕ ቀቲሎሞ ።
    ካብኣቶም ሓደ ዓሊ ብርሂም ደሓር ካብ ጀብሃ ናብ ሻዕብያ ዝመጸ ምስ ሓይልታት ዑበል (ይመስለኒ) መራሒ ቦጠለኒ 607 ናቕፋ ዝነበረ ገሊጹልና ነይሩ።
    ቀጺሉ እንታይ ኢሉ ነታ ቖቡዕ ናይ ተሾመ ከይደ ክወስዳ ሓሲበ ነይረ ኢሉ ፡ከምኡውአን ናይ ሻምበል ጉልበት ኣብ ከረን ዝነበረ ኣቓታትላኡ ከመይ ከም ዝነበረ ባዕሉ ዝተኻፎሎ ነጊሩና።
    ስለዚ ጥንቅቅ ኢልካ ምግላጽ ኣድላይ እዩ።
    ምስ ብዙሕ ይቕረታ።

  • @bentekle2642
    @bentekle2642 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብ ሕሉፍ ምቅንጃው ትነብሩ ናይ ሶሻል ሜድያ ዲክታትራት

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 4 หลายเดือนก่อน

    ንሶማል እሞ ብለፅዋ
    ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ እግዝአብሄር ይባርኮም ቡሩኻት ህዝቢ ኢትዮጵያ ዐሌትኩም ሙሉእ ተዐቑብዎ ዘሎ ጉድ እኮ እዩ
    ጃሱሳት ሩጉም ሕብረተሰብ እዩ አብቲ ጥልያን ዝመስረቶ ዐዲ

  • @ዋርሳይ-ሠ8ሠ
    @ዋርሳይ-ሠ8ሠ 4 หลายเดือนก่อน

    ታሪኽ ኣነጋግራኻ ናይ ቆልዓ፡ኣፍልጦኻ ዜሮ፡ !!

    • @BETESEB1972
      @BETESEB1972 4 หลายเดือนก่อน +1

      Lokmax😂😂😂

  • @markhsamuel8982
    @markhsamuel8982 4 หลายเดือนก่อน

    ኣንታ ንስኻትኩምሲ ኣኺልኩም ኢሰያስ ቆልዓ'ዩ ፈራሕ'ዩ ክትብሉ እሞ ብሓደ ቆልዓ ወይ ፈራሕ ተመሪሕኩም ዝመጻኹም ከ ትሕቲ ቆልዓ ኢኹም ማለት ድዩ ትዛረብዎ እስከ ፍለጡ በጃኹም

  • @tesfalemtekie7238
    @tesfalemtekie7238 4 หลายเดือนก่อน

    ናስኻ ከኣ ወገን ከይሓዝካ ተሪኽ ድገሞ ክንደይ ቀያሕትን ጸለምትን ኢኻ ከፊልካ ኣቲኻ

  • @adikeyh7770
    @adikeyh7770 4 หลายเดือนก่อน +3

    ሓሳዊ ከዳዕ ብዛዕባ ኢብራሂም ዓፋ ዋላሓንቲ ኣፍልጦ የብልካን

  • @hanstesfu3624
    @hanstesfu3624 4 หลายเดือนก่อน

    እዞም ኩሎም ኣብዚ ፓልቶክ ዝነጥፉ ዝነበርስ ኣብ ጎድኒ እዚ ሰማያዊ ማዕል ብርጌድ ንሓመዱ ተሰሊፎም ዶ? ክንደይ ካብዚኦም ኣብታ ባጎኒ ናይ ህግደፍ ኣትዮም ይህልው?እሞ ዳግማይ ኣብዚ ሶሻል ሜድያታት መጺኦም እንተዘዘንትው ፡ነቲ ኣውራጃ ዶ ሃይማኖት እናበሉ ዘናውጹስ መዘሐለ ነይሩ።

  • @SamiKerin
    @SamiKerin 4 หลายเดือนก่อน

    Felite elka tezareb keythlu teseter bejaka ausub

  • @siembeyene2863
    @siembeyene2863 3 หลายเดือนก่อน

    1 n 2n gorebabiti aykonun yu

  • @Tesfaldet-u8i
    @Tesfaldet-u8i 4 หลายเดือนก่อน +1

    Thou6 Haile was active & courageous at Prince Mekomnen Syoum Weldesus * Weldedawit were the leaders of the students ❤

  • @ttek9180
    @ttek9180 4 หลายเดือนก่อน

    ክቡር ሐውና አብቲ ሐበሬታኻ አርሞ። አብ ምውጻእ እሱራት ሰምበል ከምኡ'ውን ዓዲዃላ ህዝባዊ ሐይልታት ምስ ተጋድሎ ሐርንርት ኤርትራ አብ ምውጻእ እሱራት ዝተገብረ ስምምዕ ኮነ ዝርርብ አይነበረን። ነቶም ዝወጹ እሱራት ግን ናብ ዝመረጽዎ ውድብ ክጽንበሩ ኮነ ክኸዱ ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ ነጻ ምርጫ ሂባቶም ኢያ። አብ ተጋድሎ ሐርነት ስሩዓት ኮይኖም ዘገግሉ ዝነብሩ ድሒሮም ናብ ህዝባዊ ሐይልታት ክንከይድ ዝበሉ ምርጫኦም ተኸቢሩሎም ኢዩ። ስለዚ ስምምዕ ኔሩ ዝተባህለ ይተአረም። ካልአይ ክወጹ ከለዉ ብዓል ድሩዕ ብረት ሒዞም ኔሮም ዝበልካዮ ጌጋ ኢዩ። ብዘይካ ፖሊስ ዱጋናን እቶም ዘውጽእዎም ተጋደልትን ኩሉ እሱር ዝነበረ ብረት ዝሐዘ አይነበረ። ብዓል ድሩዕ ስዩም ወልደዳዊት ካብቶም እሱራት ተጋደልቲ ኢዮም ኔሮም ዝኾነ ብረት ከአ አይተዋህቦምን። ታሪኽ አልዒልካ ምግላጽካን ዝሃብካዮ ርእይቶ ግን ነመስግነካ ጽቡቕ ገበርካ። እታ ናይ ዑመር ዝበልካያ ምስቲ ዝበልካዮ መደብ ምውጻእ እሱራት ዝተአሳሰር የብሉን።

    • @Eri-blue
      @Eri-blue  4 หลายเดือนก่อน

      @@ttek9180 እቲ ናይ ብረት ጽቡቕ ኣለኻ፡ እቲ ስምምዕ ግን ኣብቲ ዝወጽሉ መዓልቲ ዘይኮነስ ቅድሚኡ ህ/ሓ ነቶም ንሞት ዝተፈርዱ ኣባላታ ብፍላይ ድሩዕ ንኸተውጽእ ብሚስይር ሓሚሙ ተባሂሉ ሕክምና ክኸይድሞ ካብኡ ሓቢኦም ከውጽእዎ ኢዩ ዝብል ዘሎ።ፈሺሉ ኢዩ ግን

  • @K48529
    @K48529 4 หลายเดือนก่อน

    Hassawi Leba Agazian Hanti Afleto yblkan bejeka Mxebebak Ne Welke sebat

  • @siembeyene2863
    @siembeyene2863 3 หลายเดือนก่อน

    Gebrihiwet himbrti wala ente gebere ko nati bucko dshifin haw wedi tselot/esayas rekibu elu sle dhasebe yu abti nay alemom malet eti hasab kabey metsiu ayfletsin gin megadiltika ybelaaka nieru . For example=
    Seldi/tsiqmi
    Idea/hasab
    Etc
    . Gebrehiwet himbirti giega ayneberon . Giega/shirhi abey ala naakum?

  • @adikeyh7770
    @adikeyh7770 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሰብኡተን ነንስቶም ክብሉ ሃገሮም ክሸጡ ደሊኻ ደንቆሮ ከዳዕ ደመና ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ

  • @bentekle2642
    @bentekle2642 4 หลายเดือนก่อน

    ኣፍልጦኻን ታሪኽካን ኣጠራጣሪ እዩ፡ ወዲ ሕምብርቲ ንተሾመ እርገቱ እምበር ንእድገቱ ኣይቀተለን።

  • @وليدجابر-خ4ك
    @وليدجابر-خ4ك 3 หลายเดือนก่อน

    Teacher mr Michel Ghaber he is Manger of UNHR IN Kassala in Sudan and he died by accident of car so what kind of history you are telling us lie history and no one believe you in debelcated history

  • @adikeyh7770
    @adikeyh7770 4 หลายเดือนก่อน +1

    ከዳዓት ሓሰውቲ ደመኛታት ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ደገ ኣሪግኩም ክትሞቱ ኢኹም::

    • @robelfishaye739
      @robelfishaye739 4 หลายเดือนก่อน +2

      ክላ ኪድ እስከ ዓኳር ጀልጃል

    • @adikeyh7770
      @adikeyh7770 4 หลายเดือนก่อน

      @@robelfishaye739 ትግራዋይ ወዲ ሩሹናታ

  • @Dominicthewarrior
    @Dominicthewarrior 4 หลายเดือนก่อน

    Wala aythalu hasot talrik slezkone

  • @Asmara1991
    @Asmara1991 4 หลายเดือนก่อน +2

    እንታይ ይብሃል! አዚ ጽውጽ
    ዋይ ዓሊ ባባ ተዘንቱ ዘሎኻ
    መን ትበሃል? ከም ኣዘናትዋ
    ኻ ቀረባ ዘመድ ወይ ከኣ ሓደ ታሪኽ ሂወት ናይዞም
    ነበራት ተጋተልቲ፡ ናይ ሎሚ
    እሱራት ንምጽሓፍ ዝተመዘ ዝካ ውለቀ ሰብ ትመስል። ዝኾነ ኮይኑ ኣነ ሰዓባይ ህግ ድኣምበር ተገዳላይ ስለ ዘይነበርኩ፡ ጌጋ ወይ ሓቂ ክብለካ ኣይደፍርን። ግና ሓደ ሓደ ብወገነይ ዝፈልጦ
    ነገራት ክጽሕፍ፤
    ኣነ ኣብቲ እዞም ከደዓት፡ G15 ዝበሃሉ ንፕረሲደንት ኢሳያስ ኣውሪዶም ሓደ ካብ ኣቶም ንምሻም ዝእከቡሉ
    ዝነበርሉ እዋነ፡ ንዕረፍቲ
    ናብ ኣስመራ ከይደ፡ ስለ ዝነበርኩ እሞ ከኣ ካብቲ እዞም ከደዓት ዝእከቡሉ ዝነበሩ ገዛውቶም 250 ሜተር ጥራይ ርሒቀ ይነብር ስለ ዝነብርኩ ኩሉ እከይ
    ግብሮም ተዓዚበዮም። መንግስትና ምስጋና ይኹኖ ቅልጡፍ ስጉምቲ ስለ ዝወ ሰደ ሃገርና ካብ ሓድሕድ ምፍሳስ ደም ክትድሕን ክኢላ።ንኣምላኽና ከኣ ናይ ልቢ ምስጋና ይብጸሓዮ።
    ሽሕኳ ፍርዶም ካልእ ዝግባ
    እንተነበረ መንግስቲ ግና ዝ ሓይሸ ዝበሎ ፍርዲ ምሃቡ ብወገና ነመስግን።
    ቀጺልካ ብዛዕባ ሓደ ሓደ ተጋደልቲ፡ንሕጊ ዝጠሓሳ ኣንስቶም ኣሕሊፎም ዝሃቡ ክትወቅስ ሰሚዐካ።ዘገረም
    እዩ!! ዓሻባ ኣይትኹን!! ዝኾነ ይኹን ውልቀ ሰብ ልዕሊ ሃገር ኣይኮነን ክብሉ ገለገለ ሰባት ሰሚዕካ'ዶ ትፈልጥ?
    እዚኦም ሃገራውያን ይበሃሉ

    • @tedgebregzi3832
      @tedgebregzi3832 4 หลายเดือนก่อน +2

      I saw Haile Weldemichael speaking in Germany and admired him,he is not a traitor,he was a respected Eritrean.

    • @tehabenhizbey2778
      @tehabenhizbey2778 4 หลายเดือนก่อน +1

      @Asmara1991 እቲ ሐቂ ንሱ እዩ። እንጀራ ዓለም ብላዕ።

    • @tehabenhizbey2778
      @tehabenhizbey2778 4 หลายเดือนก่อน

      @@tedgebregzi3832 one's garbage is other's treasure. Power thirsty comrades waiting for the righ opportunity at a wrong and critical time.. Read all the books related to this case.

  • @emahatsionyohannes2272
    @emahatsionyohannes2272 4 หลายเดือนก่อน +1

    Kela duhul tsibuq giletso abey teæmahiru tarik jeganu indageletska 1,2,dereja abey temahiru duru?

  • @temporary995
    @temporary995 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቱም ሰባት ዘይትፈልጡ እንተኮይንኩም ኣፍኩም ኣክቡ ታሪኽ ብሃሳሰ ለባም ኣይዝንቶንዩ ፣

  • @DawitWeldemariam-ew8qx
    @DawitWeldemariam-ew8qx 4 หลายเดือนก่อน

    እስኩም እዞም ንፈልጥ ኢና ትብሉ ድኣ ካብ ኣብ ደገ ተሓቢእካ ካብ ምልፍላ ከምቶም ተወፍዮም ትብሎም ዘለካ ዘይተወፈካ ትበል በጃካ ሕፈር ከማን

  • @hakimabdelkadir
    @hakimabdelkadir 4 หลายเดือนก่อน

    Seket fara😂😂

  • @teameneguse9717
    @teameneguse9717 4 หลายเดือนก่อน

    Xwixway