Eritrea,"ንጴጥሮስ ሰሎምን ብሰንሰለት ተኣሲሩ ሪኤዮ" 2ይ ክ. ምስ ኣባል ክፍሊ ስለያ ካብ 1973

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2024
  • #story #eritrean #history #habesha #tefetawitalkshow , recorded live in paltalk #eritrea

ความคิดเห็น • 181

  • @nugusezhans4267
    @nugusezhans4267 2 หลายเดือนก่อน +6

    ስለዚ እዛ ምትእኽኻብ ወገን ዝዓብለላ እያ ማለት እዩ ዓዲ ካብ ሓተትካ ተሕዝኑ ናይ ብሓቂ

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 24 วันที่ผ่านมา

    Wedi Afom jegna Proud of you ♥️🇪🇷♥️
    Weyane is dead no more Agame

  • @Hope90s
    @Hope90s 2 หลายเดือนก่อน +4

    Real people Real stories 💯
    The best TH-cam channel ever!

  • @Habenfu
    @Habenfu 2 หลายเดือนก่อน +2

    ቤጥሮስ ሰለሙን ዘይድገም ጅግና
    ኢዛዚ 6 ወራር
    ኣዛዚ ሰላሕታ ወራር
    ኣዛዚ ግንባር ከርከበት
    ኣዛዚ ግንባር ሓልሓል
    ኣዛዚ ግንባር ባረንቱ
    ኣዛዚ ኣሱሳ ምፍንቃለሰ መንግስቲ
    ኣዛዚ ኩናት ተሰነይ
    ኣዛዚ ኩናት ዓሊግደር
    ሓንጻጽን ስልያን; ናደው እዝ,ውቃው እዝ,ፈንቅል,ግንባር ደቀምሓረ,ደንካልያ
    Petros is key of Eplf👑

  • @lettynegasi6048
    @lettynegasi6048 2 หลายเดือนก่อน +7

    Selam

  • @tesfayezere6419
    @tesfayezere6419 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣንቱም ሰባት ፡ ንሸንኮለልዶ ትፍጠር ኢኻ ? ምሕረት የውርደልኩም ። ነዚ ሸንኮለል ፡ናበይ የምርሕ ማንም ሰብ ፡ከዳናግሮ ስለ ዘይክእል ፡ ምሕረት የውርደልኩም ።

  • @mebrahtufessehazion4473
    @mebrahtufessehazion4473 2 หลายเดือนก่อน +16

    ከማኹምን ወዲ ከማኹምን ሓሰርን ክንቲትን ፈኮስቲ ኣብታ ውድብ ህግ ኔሮኩም እንተድኣ ኴንኩሞ ከምዚ እስኹም ትገልጽዎን ኩኒኡን ክኸውን ቅቡል ኔሩ።ንፋስ መጺኡ ክሳዕ ዝወስደኩም ንዓኹሞ ክጥቀመልኩም ምኽኣሉ ከኣ ካልእ ብልሑ ኔሩ።
    እዚኣ ከኣያ ሓይልኹም ተሓቢእካ ምፍካር ካልእ ዋላሓንቲ የለን ።

    • @gatogato2852
      @gatogato2852 2 หลายเดือนก่อน

      እሳቶም ሓሰር መሰር እንተኮይኖም እስኻ ድማ ሓደ ብሃም ጽንተትን ጸበባን ህዝቡን ምድማር ሃገሩን ዘይርድኦ ሮቦት ኢሳያስ እቲ 🎉መታለሊ ፈራሕ ጠላም ሓሳዊ ከዳዕ ጠላም መቓልስቱን ህዝቢ ኤርትራን ደሙር
      ጎንደሬ ኢኻ።

  • @abdusaud
    @abdusaud 2 หลายเดือนก่อน +8

    Ok nska ke entay wesidka mnegerkana do eski tenazex

  • @ramadansilemanmohammed8267
    @ramadansilemanmohammed8267 2 หลายเดือนก่อน +1

    هذا الرجل كان. يعمل لي صالح الجبهة التحرير الشعبية في داخل الجبهة التحرير إريتريا كنا داسوسو.ا

  • @asfahatesfamical1345
    @asfahatesfamical1345 2 หลายเดือนก่อน +6

    ካብ እንዳሓሰወ አብ ብረታዊ ቃልሲ ሂይዉቱ ዘካናውን ዝነበረ ሕጂ እውን ሓቂ ክምህር ምጽባይ: ማይ ሓቜንካ ልኻይ ክተውጽእ ተስፋ ምግባር ማለት እዩ ዘስምዕ።

  • @habtezekarias6109
    @habtezekarias6109 2 หลายเดือนก่อน

    Well said, brother 🎉🎉🎉

  • @Asmara1991
    @Asmara1991 2 หลายเดือนก่อน +3

    ቪድዮኻ ብተደጋጋሚ ሰሚዐ ዮ፡ መልእኽትኻ'ውን ዝተረ
    ዳእኩኻ ይመስለኒ። ግና ካብ 250 ሸሕ ንላዕሊ፡ ኣብ
    ሰውራ ኤርትራ በቢግዜኡ
    ዝተሰለፉ ኤርትራውያነ፡ሓደ
    ሓደ ግዜ ከደዓት ሰባት እንተ ተረኸቡኩ እንታይ ዘገርም ኣለዎ? እዚ
    እዚ ሓደ ግዜ፡ ፕረሲደንት
    ኢሳያስ፡ "ውድብ ህዝባዊ ግነባር'ኮ፡ ኣብ መንግስተ
    ሰማይ ዝቆምና ውድብ ኣይ
    ናን፡ከም ህዘብና ንጋገ፡ጌጋ ኣሪምና ከኣ ንቅድሚት ብትብዓት ንስጉም"፡ዝበሎ ተሪኻዊ ልቢ ዝትንክፍ ዓቢ
    ታሪኻዊ ዘረባ የዘኻኽረኒ።
    ክቡር ሓው፡ቀጺልካ ብዛዕባ
    ሓደ እሱር ኣዘንቲኻ።ሕቶኻ
    ካብ ሓደ ገዲም ተጋዳላይ
    ህግ ነበር ምስመዐይ ብዙሕ
    ገሪሙኒ። ቤት ማእሰርቲ'ኮ፡ ንብሓይሊ መንግስቲ ክግል
    ቡጡ ዝፍትኑን፡ ከምኡውን
    ከደዓትን፡ ገለ ወረበላታትን
    መዳጎኒ ቦታ እዩ። ስለዚ እዞም ሰባት እዛኦም ኣብ ግ ቡእ ቦቶኦም ስለ ዘለዉ ብዛዕብኦም ብዙሕ እንተ ዘይተሸገርካ ይሓይሽ። ንሕና ክንሓቶ ዝግብኣናስ፡
    ምሕረት ንክግበሎም ጥራይ እዩ።

  • @adamismail9137
    @adamismail9137 2 หลายเดือนก่อน +6

    ተዛሪብና ጸሕፍና ተኣኪብና
    ሕቶ ዲሞክራሲ ከቢድ ሲለዚኮነ ገና ዘኣክል ንቅሓት ኣይበቃዕናን
    ንምኒጻር ዉሽጣዊ / ዘቤታዊ / ቃልሲ ሕሱም ምዃን እዮ
    ምስ ሰራሕ ግን ዓወትና ጊድን
    ዘይተሪፍ እዮ

  • @wediere2238
    @wediere2238 2 หลายเดือนก่อน +9

    ንስኻትኩም ለኽባጣት ኢኹም ኣብ ስልጣን ኮሎኹም ሓቀኛታት ኮንኩም ትቐርቡ ኔርኩም፡ ብዛዕባ ጴጥሮስ ዓቕሚ የብልኩምን ክትገልጽዎ ኣፍኩም ጥራሕ ሓዙልና፡ ሻዕቢያን ኣክይዱኡን ኣጸቢቕኩም ትፈልጡ ኢኹም ሕጂ ንመንእሰያት ከተዳናጉርና ኢልኩም ኣይትሕሰቡ ታሪኽ ጉሒፍኩም ኢዩ፡ብዛዕባ ዓዲ ክትዛረቡ ፎእ ፎእ ንብለኩም ገጽኩም ትርሓቕ።😢😢😢😢😢

    • @HAREGU1
      @HAREGU1 24 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤

  • @HadasAmedai-vi9ok
    @HadasAmedai-vi9ok 2 หลายเดือนก่อน +1

    Wow how he is fighting with ELF and Egdef at the same time

  • @Wediharestay
    @Wediharestay 2 หลายเดือนก่อน +8

    ኣብ ቀጠር፡ ጅቡቲ፡ ጀርመን እንታይ ኔሩ ስራሕካ? ፍሉጥ'ዩ ንሻዕብያ ዘይድግፉ ኤርትራውያን ምቕንጻል ኢዩ። ኣብ ውሽጢ ጀብሃ ኮይንካ ከኣ ከምኡ። ይቕሬታ ሕተቶም ንጀብሃ ብወግዒ።

  • @LidiaAmanuel-on4pl
    @LidiaAmanuel-on4pl 2 หลายเดือนก่อน

    Gena Tehateti Mkanom Gena Hzbi Eritrea Kemzhatom Ayfeletun Alew Bsonkom Deku Tefiu Gena Huto Alena Alowo Hzbi Eritrea

  • @aabraham69
    @aabraham69 2 หลายเดือนก่อน +3

    ስለያ ሻዕብያስ ብከምዚ'ዩ ዝግለጽ...? 🤕😒 ስለያ ሻዕብያ፡ ሞሳድ ኣይፈልጥዎ፡ CIA ኣይበስዕዎ፡ KGB ኣይዋዳደርዎ። ህዝበይ ትም ኢላ ትሰምዕ። ንስኻ፡ ከም ክኢላ ናይ ስለያን ናይ ንግድን፡ "እዚ ኩሉ ገንዘብ ኣብ ባንካታት ጣልያን ኔሩ ትብሎ"፡ ክንደይ ኢዩ ኔሩ? እስከ ቁሩብ ጥቐስ። ክንደይ ታንክታት ምገዛእካ? ክንደይ ነፈርቲ ኲናት ምስ ተቶኳሲ ምገዛእካ? ሃለውለው.....! ዓብደላ ክንደይ ሰሪቑ? እንድዒ። ምሓየዲን ክንደይ ሰሪቑ? እንድዒ። እቲ ገንዘብ ብስም መን ኔሩ? እንድዒ። እንታይ ጭብጢ ተቕርብ ኣብ ከምዚ ዝበለ ማዕከን ክትዛረብ። ጸጥታ ስለዝኾነ ኣይፈልጦን ኢየ። እንታይ ድኣልካ ትፈልጥን ምስናይ መርትዖኡ ትገልጽን?

  • @yonasfesha4490
    @yonasfesha4490 2 หลายเดือนก่อน +12

    ደቂ ተካሊት ሰብ ግዳይ መስዋእቲ ጌርክን ነዛ ኩላ ኣብ ሳሕል ኣትሪፍኩምሲ ኣብ ስርቂ ኣቲኹም።

    • @solomonsebhatu5474
      @solomonsebhatu5474 2 หลายเดือนก่อน

      😮6😮😮Ich bin draußen in Walkmühl 68

    • @miniaghebrecristos16
      @miniaghebrecristos16 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@solomonsebhatu5474❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤p

  • @IbraheemDabass
    @IbraheemDabass 2 หลายเดือนก่อน +4

    ናይ ቐትሪ ኣዛብእ ጠላማት ሳሕሳሕ ቆማል ዓጋመ ወይለኻ ከዳዕ ዋጋ ክተከፋልሉ ኢኺም አንትም ሓስውቲ

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 2 หลายเดือนก่อน +6

    ዘይ ምሕታቱ ይሓይሽ ብሩ መግለጺ ኣይህብን ኣሎ ናይ ስለያ ጉዳይ ኣይዝረብን ካብዝብል ሱቅ ምባል ምሓሾ ግሉጽነት የብሉን

  • @sirakaraya9659
    @sirakaraya9659 2 หลายเดือนก่อน +1

    Genzeb memserekum teqawemti ena

  • @alfaomega8110
    @alfaomega8110 หลายเดือนก่อน

    Jassus.

  • @drardrar7665
    @drardrar7665 2 หลายเดือนก่อน

    I appreciate the way Mr. Hagos is sharing his experience with both Jebha and Shaebia. He can not have detail information of everything because Shaebia has a devide and rule policy. The best thing is to have general information about the way Shaebia was operating during the armed struggle and after. Details are a work of investigation when we have law and order. We understand from the presentation that the Eritrean brutal regime was criminal during the freedom struggle and after.

  • @eskndrteke7350
    @eskndrteke7350 2 หลายเดือนก่อน +1

    Hasawy

  • @teweldenegusse1345
    @teweldenegusse1345 2 หลายเดือนก่อน +8

    ክሳብ ሕጂ ብዘለኒ መረዳእታ እዛ ኩላ ጸይቂ ትግበር ብደቂ ሓማሴን/ዓንሰባ ጥራይ ኮይኑ ትረክቦ። research ክገብር ድሌት ኣለኒ፡ ከመይ እዩ እቲ ሕብረተሰብ ኣብቲ ከባቢ ዝነብር ንምፍላጥ።ዋላ ብዛዕባ ዝተቀትሉ ኣሕዋቶም'ውን ኣይዛረቡን።ወይከ ብሕም፡ብዛዕባ ሰሎሙን ወልደማርያም ዝዛረብ ቤተሰብ ሰሚዐ ኣይፈልጥን።ስለምንታይ? ወይ ገለ ጸገም ኣሎ፡ወይ ድማ እቲ ሕብረተሰብ ከም ባህሊ ኣይዛረብን እዩ ማለት እዩ።

    • @biniamberaki8513
      @biniamberaki8513 2 หลายเดือนก่อน +1

      ስለዚ እዚ ሕብረተሰብ ምፍታሽ የድልዮ ኣሎ ዋላ ናተይ ሓሳብ ዩ

    • @sebkbur6019
      @sebkbur6019 2 หลายเดือนก่อน +3

      ስማዕ ኣታ ወዲ መበለት። ዓንደባን ሓማሴንን ከምቲ ልብኹም ጉድጓድ ኣንጭዋ ኣይኮነን ልብና። ዓራትና ገዲፍና ንጋሻ ነሕድር ንዝጸገበ ብበትሪ ንድክር ህዝቢ ኢና። ሪሰርች ክገብር ኣለኒ ከጽንዕ ኣለኒ ብዛዕባ ህዝቢ ዓንሰባ ዲኻ ዝበልካ😂😂😂😂😂 እንተ ክኢልካ ብዛዕባቶም ዕሱባት ደቂዓድኻ ሓንጎሎም ኣጽንዕ ወይ ኣመርምሮም ። ንኢሰያስ ጸሊእክን ህዝቢ ብተጋሩ ክርገጽ ትግራይ ትዕወት እንዳበልካ ብኻራ ሰብክቡር ምሕራድ ንምንታይ ኢኹም እባ ክሓተካ፡ እቶም ኪሎልዛይ ጥራሕ ካብ መላእ ኤርትራ ተጋሩ ኢና ትብሉ ሪሰርች ዘድልዮ ገዲፍካስ ነቲ ጅግና ህዝቢ ክትወራዘየሉ ኣንጭዋ ትግራይ ውቅሒድ። ድሓር ክትፈልጥ ደም ንጹሃት ዝሰትዩ ዘለው ደቂ ዓድኻዮም ብዓል ኣብርሃ ካሳ ብዓል ስምኦን ገብረድንግል ሰሳሕን ማዕረባን ዓዶም። መቸም እዘን ዓድታት ዓንደባየን ዘለዋ ኣይትብለንን ትኸውን። ረሳሓት ቁስሊ ሕብረተሰብ ሃገርን ስርዓትን ዘይትርድኡ ደናቁር ንዓንሰባ ክትወራዘያሉ። ብኣፍኩም ሰሚዕናኩም ኢና ህዝቢ ዕቅንሰባ ኣብ ፍሉሕ ዘይቲ ክንጠብሶ ኢና ክትብሉ። ብዝኾነ ናይ ሚድያ ኣብ ሜዳ ክንርእዮ ኢና ኣብታ መሬት የራኽበና ትግራይ ትዕወት ዲኽን ክትስዕራ ንሕና እቶም ስርዓት ካልእዩ ህዝብን ሃገርን ካልእዩ ኢልና ንኣምንን ክንራኸብ ኣለና

    • @teweldenegusse1345
      @teweldenegusse1345 2 หลายเดือนก่อน +3

      Hatred and nonsense

    • @Tesfa325
      @Tesfa325 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@sebkbur6019
      አንታህዝቢ አብዑር መንአዴኻ ድዩ ሰብ ዝቐትል ዝአስርንዘሎ እዚ ግፍዒ እዚ ግን ደም ክትጎስዖ ኢኻ አብዑር መዓልትኹም ተጸበዩ ዓጋመ ይመርሑኻ ከምዘለው ኸአ አይትረስዕ ከብቲ

    • @sebkbur6019
      @sebkbur6019 2 หลายเดือนก่อน +3

      @@Tesfa325 kkkkk ኣብ ባይታ ምፃእ ብሚድያ ዓጀፍጀፍ ንጎይቶትካ ወየንቲ ኣይጠቐመን። ረሳሕ ኮስትሞ ትግራይ

  • @eritreandream9745
    @eritreandream9745 2 หลายเดือนก่อน +2

    Gebel Yiblaka Men kaamneka netom Islam Tirai Genzeb Wesidom elka tezaribka Nisika baldka kindey wesidka tibah Naakha zeqalei kiwetsie eyu Maaltika testebe at end kulukhum telamat Hidry..

  • @WelduTesfaldet
    @WelduTesfaldet 2 หลายเดือนก่อน

    2005. Ezi aslamay si nbret hezbi hizu hadimu. Ertrawyan ngtsenatat dikum hezkum akbru geganukum akburu

  • @WelduTesfaldet
    @WelduTesfaldet 2 หลายเดือนก่อน

    I believe the God of israel. God bless the hole world

  • @Tekliteyteklit-bh8ze
    @Tekliteyteklit-bh8ze 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሰብአይ ገጹ ከፊቱ ዩ ድዛረብ ሓሳዊን ለኽባጥን ግን ኩሉ ግዜ ሕቡእ ዩ ሐለንጊ ሰውራ ዘይፈልጣ የለን ከተራኻኽበልኩም ያ አብ ዘለኹሞ ጎሮቤታትኩም ኢና ሓንቲ መዓልቲ ላ

  • @Hadera-od7jn
    @Hadera-od7jn 2 หลายเดือนก่อน

    Hakegna inte tikhowin getska kefitka zeytizareb hasawi ikha! Nihzbi eritreaketetalil ikha tewafrka zelekha anta kedai awdikha ayfilut adikha ayfilut! ! kab eseyas telaika ikha hijiwin!

  • @IbraheemDabass
    @IbraheemDabass 2 หลายเดือนก่อน +2

    ብኤርትራ ምሽቃጥ ኣብቂዑ እዩ ስራቂ ምባእ ባዕሉ ይላፋለፍ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ዓስብ እዞም ኣሜረካ ዝገበረትኩም ከዳዓትት ደመኛታት ጸለእቲ ህዝቢ ኤርትራ ደገኹም ኣረግኩም ክትምቱ ኢኹም ዓለም ኣብ ክልተ ደምበ ተመቂላ ሻዕቢያ ተዓዊቱ ከልቢ ህወሓት ብሓቂ ቶኽላ ጊሔ ኢካ እዞም ተወልጄ እዩም
    ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ ኣብ ባርዕ ስውራ ሓራሪ
    ዓወት ንሓፋሸ

  • @AleneNguse-gq8jd
    @AleneNguse-gq8jd 2 หลายเดือนก่อน

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 2 หลายเดือนก่อน

    ኣንታ እግዚኣብሄር ኣምላኸይ በጃኻባ ኩሎም ኣብዚ ኣረሜኔ ዝኾነ ስራሕ ብጭካነ ተመዲቦምን ተመልሚሎምን ህዝብና ማለት ኣቦኦም ኣዲኦም፡ ሓዎም ሓፍቶም ደቆም ደቂ ደቆም ፡ ንዓመታት ከጽንቱ ዝጸንሑን ዘሎዉን፡ እሞ ሕጂ ኸኣ ናብ ተቋዋምነት ተመሊስና ኣሎና ዝብሉ ክንደይ ክንኣምኖም፡ ንኽእል፡ ምኽንያቱ እዚ ስራሕ እዚ ምሉእ ዕድሜኦም ክንደይ ሰብ ዘህለቑ፡ ከምዚ ሓጎስ ብዝብል ሽም ኣትዩ ዘሎ፡ ካብ ክልተ ጻሕሊ ብዝበልዕ ዝነበረን፡ ዘሎንውን ክኸውን ይኽእል፡ ምኽንያቱ እዚ ክብል ዘበገሰኒ ሕጄን ርእሱ ሓቢኡ እዩ ኣትዩ ዘሎ፡ ወዲ ድሙ ከምቀደሙ እዩሞ፡ ሕጂን ርእሱ ኣይቐለዔን፡ ንዝተሓተቶ ሕቶ ኣይምልስን ፡ ዘሎ ፡ መብዛሕትኡ፡ ብኽሓልፎ ይሕሸኒ ይብል ኣሎሞ፡ እንድሕር ርእሱ ቀሊዑ፡ እንድሕር ክስዋእ መጺኡስ፡ እንድሕር ተጣዒሱን መጺኡ ፡ ኣነ ሓንቲ ክብላ ዝደሊ ሕጂውን ንዞም ከምዚኦም ዝኣመሰሉ፡ ጎሓላሉ፡ እቲ ሽግር እቲ ስርዓት እዩ እንዳበለ ፡ ፈትዩ እንዱ እንዳፈለጠ ኣትይዎ፡ ክንደይ ነፍሲኸ ኣጥፊእካ ኣሎኻ፡ እዚ ኩሉ ክኸውን ዝኸኣለን፡ ዝኸውን ዘሎን ፡ ነቲ ስርዓት መን የማናይ ኢዱ ምስ ሃቦም፡ እቲ ስርዓት፡ እቲ ስርዓት፡ ተብዝሕ ኣለኻሞ፡ ሕጂ ብዙሕ እንተበልካ ኣነ ብወገነይ ነዞም ከምዚኦም
    ዝኣመሰሉ፡ ናይ በጊዕ ቆርበት ተኸዲኖም፡ ከም ተመን ርእሶም ሓቢኦም፡ ብውሽጠ ውሽጢ ስርሖም ዝሰርሑ፡ ናብ ሓደ ከይንመጽእ ዕንቅፋት፡ እዮም እሞ ብዕቱብ ክንጥንቀቐሎም ኣሎና። በጃኹም ኣይንታሃመል ንሕሰብ፡ ንኹሉ ንኣምን ኮይንና፡ ንዕሊ ኹሉ ኸኣ እቲ ዓብይን ሓያልን እግዚኣብሄር ባዕሉ ይሓዘልና። ኣንቱም ሕጄንውን ኣብዚ ምስኪን ህዝቢ ኣቲኹም፡ ህዝበይ ጽሩይ ማይ ከይሰቲ ፡ ሰላም ንስይ ህዝበይ ትዘርጉ ዘሎኹም፡ እቲ ሕነ ፈዳይ እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሌኹም እዩ ዘሎሞ ወይለኹም። ብንስሓ ብልብኹም ተኣሚንኩም ካብ ክፉእ ግብርኹም ተምለሱ፡ በጃኹም፡ እንታይ ዝገበረ ህዝቢ እዩ። ድሕሪ ሞት እኮ እቲ ቅኑዕ ፍርዲ ኣምላኽ ኣሎ። በጃኻትኩም፡ ነቲ ዝፈጠረኩም እግዚኣብሄር ፍርሕዎ። ናይ ክንደይ ንጹሕ ደም ኣፍሲስኩም ኣሎኹም፡ ጸብጻብ ናይ ኩልና ኣብታ ጽንዕቲ ኢድ ኣምላኽ እኮ እያ ዘላ። በጃኻትኩም ንእግዚኣብሄር ንፍራሓዮ። ንሰብ ንፈርሕ፡ ንፈታሪና ግን ዘይንፈርሕ፡ ህዝቢ እንተኣሊና፡ ህዝቢ ኤርትራ ጥራይ ኢና፡ ኣምላኽ ምሕረት የውርደልና።

  • @TsegaiAsefaw
    @TsegaiAsefaw หลายเดือนก่อน

    ጅግና ኢካ ንኤሪትራ ኪሂስካያ ኢካ ብአቅምካ

  • @tesfuhat.407
    @tesfuhat.407 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ብሱል ሰብ ሓጎስ

  • @hentsatesfai3809
    @hentsatesfai3809 2 หลายเดือนก่อน

    Game. Over
    Hasawi

  • @hailetecleselasieletaitc0062
    @hailetecleselasieletaitc0062 2 หลายเดือนก่อน +3

    Seb ni Hager yisuwae nairu esukum ab sirki tewafirkum bitaemi yehizin suck entetiblu mihashekum neyru

  • @yohannestseggai620
    @yohannestseggai620 2 หลายเดือนก่อน

    One thing that had been observed by the treasonous ex-freedom fighters was that they never delve into conversations that they do not know about. But this Mr I know it all individual approach is different from normal. And, you could tell what he stands for. Sectertarian politics.

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 2 หลายเดือนก่อน

    ናይ ጋኔን ውድብ ታይ ፅቡቕ አለኩም ንስኹም ጨካናት ካብ አፍጋኒስታን ሀገገር አርሒቑ ክፈጥረኩም ኔርዎ ፈጣሪ ቁስሊ ዝኾንኩም ጎረባብትን ስድራቤታትን ዝረበሽኩም ሸፋቱ ውድብ መስጣ ቁኑዐት ፈፂምኩም ሰላም አይትረኽቡን ኢኹም
    ብስሚ ብጎዞሞ ብማይ ውዑይ ዝቐተልኩምዎም ክትሕተቱሎም ኢኹም ዘይተርፍ እዩ ጨካናት ጠላማት ከማኹም ሰዐብትኹምን ተራእዩ አይፈልጥን

  • @freedomtnb351
    @freedomtnb351 2 หลายเดือนก่อน +2

    We need names???? Names please
    Without those names we can't break the intelligence of Shabia maffia. I know that you know but for some reason you can't or unable
    to tell allthe truth. We need more information if you really want Shabia to be defeated.

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣንታ ህዝቢ ዋላ ክዛረብ ክሎውን ገጹ ከይረኣኽዎ ክሎኹ ካብ መልሓሱ ብዙሕ ወሲደ ተዓዚበ፡ እዚ ስብሲ ሕጂውን ኣብ ስለያዩ እዩ ዘሎ። ንምንታይከ ገጹ ዘይርኤ፡ ንምንታይ ክሕባእ ተመሪጹ፡ እቶም ካልኦት፡
    ድኣ፡ ደይሕብኡ፡ እስኪ ሽሙ ትውልዱን ዓዱ ካብ ነገረስ ፡ ስእሉ ኸኣ ኣርእዩና፡ ክንፈልጦ።

  • @teameneguse9717
    @teameneguse9717 2 หลายเดือนก่อน

    Gexka terhaq

  • @hadishanan695
    @hadishanan695 2 หลายเดือนก่อน +2

    hasawi

  • @meharighebretnsae7857
    @meharighebretnsae7857 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኩሉ ተቓዋማይ እየ በሃልይ ንመንግስትን ህዝብን በዲሎም ሰሪቖም ኣደናጊሮም ዝሃደሙ ኢዮም ሕጂ ጻድቃናት ክመስሉ ምዛዕባ ህዝቢ ኢርትራ ክዛረቡ።

  • @DasnaMefrena
    @DasnaMefrena 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብርግጽ ፡ሕጂ'ውን ኣዘራርባኻ በቲ ቀድም እቲ ስርዓት ዝመሎኦ እምነት ኣይተቐየረን። እዞም ሰባት ነቲ ስርዓት ምስ ተቓውምዎ ሰሪቖም እዩ ኢሉ። ዝተረጋገጸ ዝተፈጸመ ስርቂውን ክሳብ ሕጂ ኣይቀረበን። ካብ'ዚ እንታይ ኢና'ሞ ክንመሃር። እቲ መንግስቲ ኢሰይያስ ዝበሎ ምድጋሙ ጥራይ ኮይኑ ግዜኻ ምጥፋእ'ዩ !!!

  • @netsaseb6445
    @netsaseb6445 2 หลายเดือนก่อน

    derg 50 years yemeseretw tekawami neew don't worry .

  • @berhanetesfai1963
    @berhanetesfai1963 2 หลายเดือนก่อน +4

    እቲ ታሪኽ ክፈልጥ ዝኽእል ጽንኢሉ ከዳምጽ ኣሎዎ።ካብ ዓዘራ ዘረባ ንቖጠብ።

    • @B-syi8jj
      @B-syi8jj 2 หลายเดือนก่อน

      እወ ጽን ኢሉ ክድመጽ።ክድመጽ ኣበዩ ዓዳ

  • @WelduTesfaldet
    @WelduTesfaldet 2 หลายเดือนก่อน

    Kemzi hiji ane zelokuwo eyu 100 shekel alatni serihe zemtsakuwa demozey zeytewabkuwa kaa alo. Bsmey yishket alo

  • @teameneguse9717
    @teameneguse9717 2 หลายเดือนก่อน

    Teweger

  • @WelduTesfaldet
    @WelduTesfaldet 2 หลายเดือนก่อน

    Iranians are not enemy to true israel. I am israel

  • @dralemkahsay2901
    @dralemkahsay2901 2 หลายเดือนก่อน

    Alena

  • @Tesfaldet-r3t
    @Tesfaldet-r3t 2 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ሪኢና

  • @ghideiberaki1177
    @ghideiberaki1177 2 หลายเดือนก่อน +1

    በኣል ነበራት ዘይሀፉሩ መካፋኢቲ ልካብት ችዩታት ኣዳድ

  • @asefawasmeromtekli8017
    @asefawasmeromtekli8017 2 หลายเดือนก่อน +1

    እዛ ቻነልስ ኢላ ኢላ ሓደ መዓልትስ ንኢሳያስ ውን ከተምጽኦ ኢያ። ካልእ ብጣዕሚ ዝገርም እዞም ሰበስልጣን ህግደፍ፡ ነናቶም መጅሪጦም ይስወሩ ስለዘለዎ፡ ከምታ ባዶ ካዝና ተረኪብና ዝበለና እሰያስ፡ ኣብ ውድቀት ኢሰያስ ዝመጽእ ናይ ለውጢ ሓይሊ ውን ባዶ ካዝና ኢዩ ክብለና። ግን ከኣ ጥራሕ ኣብኡ የብጽሓና እምበር ምስ ጸጥታዊ ትካል ዓለምን ከምኡ ዝበሉ ትካላትን ብምስራሕ ዝግበርዶ ከይሰኣን።

  • @parisawi1545
    @parisawi1545 26 วันที่ผ่านมา

    ዓብደላ ኣደም ክሃድም እንከሎ ካብ ኻርቱም ዳይረክቲ መንግስቲ ኤርትራ ፈሊጡ እዩ ከምይ እንተ እልካኒ እታ ማኪና ኣብ ኣየር ፔርት እዩ ገዲፉዋ ብቀጠታ ድማ መንግስቲ ሱዳን ድማ ንምባሲ ደዋሉ ነጊርዌም ኣብቲ ግዜ ቲ ኣነ ኣብ ሱዳን ነረ ኣውቲስታ ናቱ ድማ ዓርከይ ነሩ ብቀጠታ ንጽባሒቱ ነገሩኒ ዓዲ እንግሊዝ ከም ዝሃደመ

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 2 หลายเดือนก่อน

    በይኑ ዝዛረብ ዝቕድሞ የብሉ በይኑ ዝጎይ ድማ ዝቕድሞ የለን ስለዚ ኩሉ መግስቲ ዝበሎ ንዝገደፎዎ ሓለፍቲ ኩሉ ንቕበሎ ማለትዩ ወይስ ከም ሓቒ ክንወስዶ አሎ ማለትዩ?

  • @Erigeneration
    @Erigeneration 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሓቁ እዩ፡ ክቡር ፕረሲደንት ሃገረ ኤርትራ፡ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ፡ ጅግና ዝብሃል፡ ኣብታ ዝጀመራ ዕላማ ኪሳብ ዕለተ ሞቱ ደው እንተ በለ እዩ፡ ኢሉ ነይሩ፦ ኣብ ስፍራ ጀጋኑን ጅግንነትን ነይርካስ፡ መሬት ኪትዘብጥ፡ እዚ ናይ ውርደት ውርደት ክልተ ሞት እዩ እሞ፡ ታሪኽካ ስለ ዝተበላሸወ ብኹሎም ወለዶታት ኤርትራ ፍንፉን ኣዝዩ ሕሱር ሰብ ተብሂልካ ክትስመ ኢኻ።

    • @HAREGU1
      @HAREGU1 24 วันที่ผ่านมา

      Yes wedi Afom jegna 🥰♥️🇪🇷♥️

  • @Meko86
    @Meko86 2 หลายเดือนก่อน

    ሓጎስ ማለት ተኽለ ማለት ድዩ?

  • @DawitWeldemariam-ew8qx
    @DawitWeldemariam-ew8qx 2 หลายเดือนก่อน +1

    ንህዝባዊ ግንባር ማንም ሰብ ኣይፈልጦን ዩ ረቂቅ ውድብ ዩ ሃለው ኣይትበሉ ፈሪህኩም ሰሪቅኩም ዝሃደምኩም ነቲ ሃገር ኣምጺኡ ዳግማይ ሃገር ኣውሒሱ ጌና ኣብ ዳግመ ህንጻ ፈፈው ይብል ኣሎ ሃለውሎው ኣይትበሉ ከድኣት

    • @Eri-blue
      @Eri-blue  2 หลายเดือนก่อน

      @@DawitWeldemariam-ew8qx ዳዊት ኩሉ ግዜ ጸርፊ ክትጽሕፍ ኣይስልችወካን ድዩ ቁሩብ? ነቲ ዝብልዎ ዘለዉ እስከ ዝብድህ ናትካ ዝኽሪ ወይ ትፈልጦ ነገር ጸሓፍ።

  • @G.M.-yg2gj
    @G.M.-yg2gj หลายเดือนก่อน

    IZXI MENGHISTY ZELO SHIFTA DIYU ILU IYU HATITUKA IMBER,,TEGADELTY AY BELEKAN

  • @azebogubamichael7082
    @azebogubamichael7082 28 วันที่ผ่านมา

    ሓንቲ ክሳብ ሕጂ ትገርመኒ ኣላ ዝተባህለካ ግበር (ፈጽም)
    ዲሞክራሲ ኣሎ ክኣ ይመስለና ኔሩ።
    ድላዮም ድመስሎም እዳሰርሑ ኢዮም ሓርነት ኣምጺእና።ግቡእካ ፈጺምካ መሰልካ ሕተት
    ንበሃል ኔርና።ኣብ መስርሕ ዘየሎን ዘይነበረን ኢዩ።

  • @ebre677
    @ebre677 2 หลายเดือนก่อน +1

    he's not his voice really watchdog,

  • @hagosghebre9987
    @hagosghebre9987 2 หลายเดือนก่อน

    Lilo

  • @mohammedsalih4995
    @mohammedsalih4995 2 หลายเดือนก่อน +1

    ነዚ ወሎዶ እቲ ሓቂ ዘይትነግሩ ጸለመ ሓሶት እንታይ ይጠቅም ካባኹም ፍንትት ዝበለ ክተጸለሙ ጥራሕ

  • @ramadansilemanmohammed8267
    @ramadansilemanmohammed8267 2 หลายเดือนก่อน

    هههه انتم الحقيقة لا تقدم شئ ولا تخرو شيء

  • @gideonyemane659
    @gideonyemane659 2 หลายเดือนก่อน

    Why you hide your face,if you talk about truth . You really act as you know about Eritrean government .

  • @filmontsehaye
    @filmontsehaye 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣታ እዚ ሰብኣይ ድምጹ ልክዕ ወዲ ሓምቢር ይጥዕም

  • @eskndrteke7350
    @eskndrteke7350 2 หลายเดือนก่อน

    Seraky hasawy maltka halu tray

  • @andayaman4097
    @andayaman4097 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሓሳዊ የጥፍ ሓሳዊ።

  • @teameneguse9717
    @teameneguse9717 2 หลายเดือนก่อน

    Hagos dika wedi hagos eska ke kemtom seriqom zmexu dika kkkkk

  • @ww1075
    @ww1075 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሰረቅቲ ሰሪሕኩም ዝሃደምኩም ንመንግስቲ ክተነዉሩ ተሓብኡ

  • @LarkOM-gj7se
    @LarkOM-gj7se 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሓላፊ ማሕበር መንእሰያት ድሕሪ ሙሐዲን ሱልጣን እዩ ነሩ

  • @kemmenbibu8246
    @kemmenbibu8246 2 หลายเดือนก่อน

    ናይ ሓደ ሓደ ሕቶታት ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ ሃገራዊ ድሕነት(72) ማለት ከም ሓደ ዓቢ ዩኒቨርሲቲ ብዙሓት ደፓርትመንት ዘለዎ ከምኡ እዩ 12 ደፓርትመንት ዘለዎ ኮይኑ ዓሰርተክልቲኦም አይፋለጡን እዮም እንታይ ከምዝገብሩ ነናቶም ስራሕን አካይዳን እዩ ዘለዎም ነዚኦም ድማ ነናቶም ሓለፍቲ አለውዎም አብ ላዕሊ ግን ሓደ ሓላፊ አሎ ስለዚ ከመይ ኢኹም ትርድእዎ ብፍላይ ድማ አብ ሜዳድማ ፈጺሞም አይራኸቡን እዮም ኔሮም ድሕሪ ናጽነት ኩሎም አብ አስመራ ስለዝተአከቡ ቅሩብ ሰባት ክፍልጦም ጀሚሩ ስርሖም ግን ብዓልቲ ቤቶም ከማን አይትፈልጦን እያ ስለዚ ከም አብነት ንፈሮ ተምጽእዎ አለኹም ፈሮ ብመደብ ንኸምኡ ንኽገብር ዝተመደበ ሰብ እዩ እምበር እቲ ኹሉ ዝበሎ ሓቂ ማለት አይኮነን እንታይ ድኣ ነቲ ንሱ ዝበሎ ሓቂምዃኑ ዝምስክሩ ሰባት ተዳልይሉ እዩ ጸኒሑ እምበር ብዛዕባ ነፍስወከፍ ፍጻመ ፎሮ አይኮነን ኢሰያስ ከማን ዝንገሮን ዘይንገሮን አለዎ እዩ።ስለዚ እታ ዝዓበየት ከምዛ ሓጎስ ዝብላ ዘላ እያ ቅርጹን አውዳድብኡን አሰራርሕኡን እንተፈሊጥካ ብኻልእ አዘራርባ ናይ ሓደግድል መፍትሒ ፎርሙላ እዩ ፎርምላ እንተሒዝካ ከመይጌርካ ትፈትሖ ነቲ ባዓል ጉዳይ ይምልከት እምበር ኩስቶ ንኹስቶ ቀቲልዎ ኢሉካ እንታይ ይሕግዘካ ንሱ ጥራይውን አይኮነን እቲ ዝምደብ ቀታሊውን ሓደ እዩ ንኻልእ አይንገሮን አይፈልጦንውን እዩ እቲ ዝፈልጦ ሓደ እዩ ንሱውን ቅድሚኡ ቀቲሉ ዝነበረ ክኸውን አለዎ ስለዚ ቀተልቲ ዝኾነ ሰብ ክፍልጦ አይክእልን እዩ ይፈልጥ እየ እንተኢሉካ ንሱውን ቀታሊ ከምዝኮነን ክንፈልጥ ይግባኣና ከምዝመስለኒ ዝበዛሕኩም ክትፈልጡ ትደልዩ ክትዛረቡ ስለትደልዩ እዩ እምበር ንኽገብር ዝደሊ ፎርምላ ጥራይ እዩ ዘድልዮ ነቲ ዝደልዮ ድማ የተግብሮ ስለዚ ሓጎስ ይኹን ፎሮ የማነ ካልኦትውን እንድሕር ኩስቶ ንኹስቶ ቀቲልዎ እንተይሎም ሓሰውቲ ጥራይ እዮም እቶም ዝዛረቡ ብምልኦም እንዳ ስለያ ኔሮም ክኾኑ ይኽእሉ እዮም ኮይኑግን ወሃብቲ ሓበሬታጥራይ እዮም ክኾኑ ዝኽእሉ እምበር ሰብ ክቕተል ኮሎ ዝረአየ ዝኾነ ይኹን ተጋዳላይ ይኹን ሲቪል ሰብ ይንዋሕ ይሕጸር ንሱውን ይወስዳ እዩ።

  • @ramadansilemanmohammed8267
    @ramadansilemanmohammed8267 2 หลายเดือนก่อน

    نحن في إريتريا لا تريد التقيير انتم اخس من يقدف ይገደፈ ዪንቢረለና❤

  • @simonyohannes3195
    @simonyohannes3195 หลายเดือนก่อน

    ዓንጅል

  • @kibromsolomon5613
    @kibromsolomon5613 2 หลายเดือนก่อน

    President Eseyas jigna zbehal abta zelewa elama ksab zmewt dew entebele eyu elu nieru....haquyu...abey nierka nabzi ktwerd klte mot!!

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 2 หลายเดือนก่อน

    እንታይሞ ዘገርም ኣሎካ ደይ ኢዱ ኢዩ ረኺቡ እሰር ትባሂሉ ኣሽሓት ኣሲሩን ቀቲሉን ብእሰሩዎ ዝተባህሉ ድማ ተኣሲሩ ኢሂሞ፧

  • @LidiaAmanuel-on4pl
    @LidiaAmanuel-on4pl 2 หลายเดือนก่อน

    Nxelati Beilkum Geza kefitkum yeitikum Kolu Atfikum Gena Gena Hzbi Yxbeyekzm alo gena gena

  • @DawitWeldemariam-ew8qx
    @DawitWeldemariam-ew8qx 2 หลายเดือนก่อน

    ክትሕስዉ ኮሎኩም ሲ ዶብ እንተገበርኩሙሉ ጽቡቅ ዩ ከም ሰብ ኣበይቲ ስለዝኮንኩም እሰያስ ኮሎ ኣብ ስልጣን ገንዘብ ክሰርቅ ዝክእል ምኒስተር የሎን ኣደይ ድሃብ እቶም ገንዘብ ዝሰረቁ እዞም ተቃወምቲ ኢና ትብሉ ኣብ ደገ ዘለኩም ጥራይ ኢኩም ሰረቅቲ ወዲ በኪት ነስረዲን ብስራሕ መንግስቲ እበር ገንዘብ ከቀምጥ ኣይኮነን ዝመጽእ ሰረቅቲ እስኩም ጥራይ ኢኩም

  • @Hadera-od7jn
    @Hadera-od7jn 2 หลายเดือนก่อน

    Shenkolel aytibelu genzeb eritrea ab tihti yehwatu telam seytan agame eseyas afewerki dejezmach abraha kasa wedi tigray iyu! Kkkk

  • @alfaomega8110
    @alfaomega8110 หลายเดือนก่อน

    Lekbatt hattela .

  • @merhawiajokisabashukorbary4442
    @merhawiajokisabashukorbary4442 2 หลายเดือนก่อน +10

    Hasawi kedah wedi welde geba

    • @BerakiFenkel
      @BerakiFenkel หลายเดือนก่อน

      ካብ ትጻረፍ ጭብጢ ተለካ ደይ ትብድሆ ቪድዩ ዘይ ትሰርሕ ካብ ተሓቢእካ ትጻረፍ

    • @yemanetsegay4807
      @yemanetsegay4807 หลายเดือนก่อน +1

      እቲ ዝሓመቀ ሰብ ትሕዝትኡ ጸርፊ እዪ

    • @EvenFisha-b7j
      @EvenFisha-b7j 20 วันที่ผ่านมา

      😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @bahri1415
    @bahri1415 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሓቀኛ ተኮነካ መን እዩ ሕክምና ከደካ ካልእ ኮይኑ ዘፀነሓካ ማዉትኡ ዝበል ሓታታየደ እነተደይ ሃሊዩ ደለተካ ከተበል ከለካሊ የብለካን

  • @teweldenegusse1345
    @teweldenegusse1345 2 หลายเดือนก่อน +6

    ዓንሰባ/ ካርኔሽም ይጥዕም እቲ ላህጃካ፡መስፉን ኣብኡ ለዝኮነስ፡ንመስፉን ንምክልካል ማለት እዩ።ወይዘይምንቃሕ ክሓስም😂😂

    • @worshipembassy5508
      @worshipembassy5508 2 หลายเดือนก่อน

      😡😡😡😡

    • @yonasfesha4490
      @yonasfesha4490 2 หลายเดือนก่อน +1

      መስፍን ሓጎስ ንዑኡ ምሓሾ፡ ካብኡ የድሕንካ። ምናልባት ትፈልጦ ተሊካ ካኣ ንገረና ክንማሃር። ካርነሽም በጃኦም ጋሕ በል ኣደዳ መስዋእቲ ዝኾኑ ህዝቢ ኢዮም። ብኣኻ ሓንኳል እግሪ ዝላዓሉ ኣይኮኑን።

    • @teweldenegusse1345
      @teweldenegusse1345 2 หลายเดือนก่อน +4

      ዘጽርፍ የብልካን፡ዓዲ ሓብተይ እዩ'ኮ። ንዓይ ውን ኣርሕቀንን እዩ፡ኣይተሰውኡን ኣይተጋደሉን መኣስ ኢለ።ግን እዛ ኩላ ጽይቂ ኣብ ግዜ ቃልሲ ትግበር ዝነበረት ዳርጋ ኩሎም እቶም ገበርቲ እከይ ደቂ እቲ ከባቢ እዮም።ዋላ እዚ ሕጂ ኣብ እስራኤል ዝግበር ዘሎ ምቅትታል ደቂ እቲ ከባቢ እዮም። ሕጂ መጀመርያ ክሳብ ቅትለት ዘብጽሕ የብልካን፡ፖለቲካ ፖለቲካ እዩ፡እታ ሃገር ድማ ንሓደ ኣይቀርቦ ንካልእ ኣይርሕቆ። ስለዚ እንታይ እዩ እቲ ጸገም እየ ዝብል ዘለኩ። ንኣብነት፡ኣነ ንሓደ ደጋፊ እስያስ ኣብ ነብሰይ ክሳብ ዘይመጸኒ ክቀትሎ ኣይክእልን።መጀመርያ ሓወይ እዩ ዋላኳ ዝተፈልየ ኣራእያ ይሃልወና፡ካልኣይ ድማ ሰብ ቀቲለ ኣነ ውን ኣብ ማእሰርቲ እየ ክበሊ።ስለዚ እቲ ሕጽረት ናይ ንቅሓት ዘለዎ ኮይኑ ይስምዓኒ።

    • @HiyabOkubay
      @HiyabOkubay 2 หลายเดือนก่อน

      Of course esom eyom ety reason dma gudlet nkhatn mehaymnet sle zeyetfieun eyu,eseyas kea nay behaky fatherom eyu zmeslom ab Israel etom bothering zgebru gna eyom karneshim(azen,qazen,,,,,etc)​@@teweldenegusse1345

  • @tekletesfazgi3359
    @tekletesfazgi3359 2 หลายเดือนก่อน +1

    Nonsense farmers comedy 😅

  • @seareweldemichael7548
    @seareweldemichael7548 2 หลายเดือนก่อน

    Yonas adi niamin Anseba eyu Adu.

  • @Tesfaldet-r3t
    @Tesfaldet-r3t 2 หลายเดือนก่อน

    ነቲ ማእሰርቲ እኮ እየ ጽቡቅ ሪኢና ዝበልኩ

    • @Eri-blue
      @Eri-blue  2 หลายเดือนก่อน +3

      @@Tesfaldet-r3t ማእሰርቲ ጽቡቕ ኣይኮነን ተስፍየ። እሞ'ኸኣ ፍርዲ ዘይብሉስ ጌጋ ኢዩ። ሰብ ወላ ገበን ይፈጽም ብቤት-ፍርዲ ብግቡእ ተፈሪዱ ጥራሕ ክእሰር ኣለዎ።

  • @IbraheemDabass
    @IbraheemDabass 2 หลายเดือนก่อน

    እቲ ዘለቅለቅን ምጥልቃይ ድአ ድሓር ከመይ ኡላ ለገበትካ

  • @nugusezhans4267
    @nugusezhans4267 2 หลายเดือนก่อน +1

    እስኹም ሃገር እንተትመርሑ ኔርኩም ቀደም ሼጥኩማ ምሃለኹም ንህዝቢ ኤርትራ እዚ ትብልዎ ዘለኹም እንታይ እዩ ክጠቅሞ በለካ ለኽዓካ

  • @dawitandu7719
    @dawitandu7719 2 หลายเดือนก่อน

    ሓሰዉቲ እንታይ ቃልሲ ትፈልጡ ስረቅቲ

  • @haqieyu
    @haqieyu 2 หลายเดือนก่อน

    Kfli mixilam 03 ekaa . Kkk

  • @aronke2801
    @aronke2801 2 หลายเดือนก่อน

    ሀይለ ተኬ ዝዛረቦን ክረምቲ ዝብቑሎን ክንደይ ክንብል ?

  • @sabashashutedross8401
    @sabashashutedross8401 2 หลายเดือนก่อน

    You're the best criminals of the Eritrean people

  • @sirakaraya9659
    @sirakaraya9659 2 หลายเดือนก่อน

    Derho tehalemet tiiree miiree nonsense

  • @medhanietewelde9499
    @medhanietewelde9499 2 หลายเดือนก่อน

    ኣነስ እንድዒ ኣይርደኣንን እዩ እንታይ ድዩ ትርጉሙ ሃገራዊ ድሕነት ቁሩብ ዕቃበ ክትገብር ኣይትኽእልን ንስኻ እንተ ኮይንካ ብልቃጥ ንፋለጥ ኢና ድርባይ

  • @nakfa8195
    @nakfa8195 2 หลายเดือนก่อน

    Selam ezom shim wei adi wey kebabı zeshegrekum bilkie seb shigr ekum ketefti ekum tekewilkum kitnebru delikum

  • @KebedeGenre-th4gr
    @KebedeGenre-th4gr 2 หลายเดือนก่อน

    ንስኻትኩም ጸረ ህዝብ ኤርትራ ዝኾኩም ለኽባጣት ሸየጥ ክብረቶም ሑሱራት

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 2 หลายเดือนก่อน

    ስውራ ኤረትራ ዘይኮነ ክበሃል ዝነበሮ ጋሃነብስ ኤርትራ እዩ ክባሃል ኔርዎ።
    ብጣዕሚ እዩ ዘህዝን በዓል ጼጥሮስ ስለሞን ብስንስለት ተእሲሮም ኢልካ እሎ ዘርባ ?ጼጥሮስ ስለሞን ማለት ነታ ኤርትራ ክውንቲ ካብ ዝገብሩ ሐደ ሐርበኛ እዩ እንታይ ዓይነት ጨካን ስብ እዩ እዚ እብ ኤርትራ ዘሎ ርዕስ ብሔር OmG አታ ድቁስ ሕዝቢ ተብራበር ስቅ ኢልካ ብኣውራጃ እይትመቃቀል ሕዝብኻ ይበርስ እሎ።፥
    ስርዓት HGDF ናይ ኢድኩም ይሃብኩም እግዛእብሐር 👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿 28:46

  • @Tarikeritrea
    @Tarikeritrea 2 หลายเดือนก่อน

    ሓሳዊ