Eritrea"ብዛዕባ መስፍን ሓጎስን ኣድሓኖም ገ/ማርያምን ዝፈልጦ ኣለኒ"

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 26

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 หลายเดือนก่อน +2

    17:20 መን ኢዩ ኣብዚ ዝዛረብ ዘሎ፣ እቲ ለሓሲ ትፍኡ፣ ሕጂ ኩርኩር ህግደፍ ኮይኑ ዘሎ ሊንጎ ድዩ?

    • @Eri-blue
      @Eri-blue  หลายเดือนก่อน +1

      @@wediadi6788 ኖኖ፡ እዚ ኢዮብ ወዲ ጎጀላ ኢዩ፡ th-cam.com/video/ykxFvRvEl_4/w-d-xo.htmlsi=ZP0aHhTo1n9u-Rap

    • @fitsumkidane6646
      @fitsumkidane6646 หลายเดือนก่อน

      Kofkaf

  • @kokomanwedielyas4631
    @kokomanwedielyas4631 13 วันที่ผ่านมา

    ፎሮ ግን ናይብሓቂ ኣንጻር ሻዓብያ እዩዶ ትብሉ ፎሮ ሓደ ካብቶም ንመናእሰይ ተቓለስቲ ንኽብትን ዝተላእከ እዩ።
    እንታይ ይዓብሰልና ኢሰይያስ ቀቲሉ ወዲ ዓፋ ብኸምዚ ተቐቲሉ ምባል ህዝባዊ ግንባር ቀታሊ እዩ ኣኸለ። እንታይ ንግበር ብኸመይ ንወደብ ሽግርና ብምቅትታል ኣይፍታሕን እዩ ንበል ኩልና❤❤❤❤

  • @danielgeti
    @danielgeti หลายเดือนก่อน

    Mara cbuq aflto ikum thbuna zelekum thumbnail tdeli tekonka wn kserhalka ykl ie keeo it up bro

  • @AfrikaEritrea
    @AfrikaEritrea หลายเดือนก่อน

    ሐሳዊ ምዃንካ ትፍለጥ ብመልሐስካ ።

  • @Sdeddtd2565
    @Sdeddtd2565 หลายเดือนก่อน +3

    Eti Ane zgermeni si Ember ke do tetw elkum tishunu tikuno Ansti sebay አይሐምይን እዩ ምድረ ሐሰውቲ ሮኽራኻት ሰባይ ዶው ኢሉ ድሸይን ዓዲ ሃሎ አሎ አብዚ ኮንኩም ሰብ አይትረብሹ ነጃይስ

    • @Insider24840
      @Insider24840 หลายเดือนก่อน +2

      ሰክት ጋውና፡ እንታይ ክገብሩ ከምዘለዎም ንስኻ ዓፋፍ ኣይትነግሮምን ኢኻ። ከዛብ

    • @sassone5106
      @sassone5106 หลายเดือนก่อน

      ዓቢ እንጀራ ተዓደል። ሰብኡትሲ ሓሊፎም እዮም። ጀልጋዳት ከኣ ማይክ ፍሪ ክብሉ ይሓድሩ ኣለዉ

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 หลายเดือนก่อน

      Kale.endo.muys.fytsrh.sbot.kono.nze.sabay.fanklo.kamo.dlazybl.eka.embr.nmsfon.ayflton.gn.ab.stadom.hfle.elom.knttbolo.tea.anakalay.zor.eye
      Nre.ntawe.euo.elna.ms.httna
      .etom.ygdlye.eze.hegn.mrhena.elom.ngromna.kof.elo.hzbe.mtys.slznbre.agkom.nsrh.zkona.galbo.alwa.tray.motr.slzybln.kabkom.euo.elwom.ntom.tgdalte.ase.elom.atbtbomlo.eza.rea.sme.yblkom.

    • @Sdeddtd2565
      @Sdeddtd2565 หลายเดือนก่อน

      @@Insider24840 ኣታ ጣውላ እንታይ ክነግሮም ደአ አነ ደአ አሰቡት ኩኑ ጠጠው ኢልኩም ሽኑ እየ ኢለዬም ከምሰባይይ ሰበይቲ እያ ተዓፍር እስኻ ድማ ከምኦም ቆምሽቲ ስለድኾንካ ከመይ ጌሮም ኮፍ ኢሎም ከምድሸኑ ትነግረና አለኻ እቲ ዝገርመኒሲ አሰቡት ኢና ዳበልኩምሲ ንከማኹም ሰባይ ከምዚ ጌሩና አሲርዎም ቀጺዑና ክትብሉ ትውዕሉ ተማስዩ አለኹም አነ ተትኸውን ከማን ከዳዓት ስለ ድኾንኩም ምረሸንኩኹም

    • @Sdeddtd2565
      @Sdeddtd2565 หลายเดือนก่อน

      @@sassone5106 ይገርመካዩ ወገነይ ማይክ ፍሪ ምባልሲ ምዕባለ ተሐሲቡለ ያኢ ካቦምሲ አብ ኮምፒዩተር ተታኺሶም እዬም ቆምሽቲ

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 หลายเดือนก่อน +1

    ፎሮ ዝበሃል ዘሎ ሓደ ሓሳዊ ምዃኑ ካብ ኣዘራርባኡ ይፍለጥ። ንኢሳያስ ሰብ ክቐትል ከሎ ብዓይኑ ርእዩዎስ፣ ኢሳያስ ብሂወቱ ክገድፎ?

  • @saeedyehdego4835
    @saeedyehdego4835 หลายเดือนก่อน +1

    ጉጡም ኮይኑ ሓሶትኩም 😂😂😂

  • @AsmeromMahari-c7d
    @AsmeromMahari-c7d หลายเดือนก่อน

    Westi time ekum waldo zelkem tezay koynu tekemu yeblkumn b zehlfa kab mezrab b tegbare eyu kem shaebya gels yegbru gele yegbru b meswetom gen hsra germa eyom hager seb tezrbti k

  • @YunesY-f2m
    @YunesY-f2m หลายเดือนก่อน +1

    😂😂😂ኣየ ፎሮ ትሕሱ ከምዘለኻስ ግጡም ስውልችና ኮ ሓሶት