1 - u are great right brother. 2 - Eritrea is the biggest prison on Earth. 3 - In Eritrea people is always like Toys. 4 - i wounder what is the next chapter of Eritrea ???? 5 - My brother you are the real man on earth. 6 - NOTHING more nothing less. Long live brother and God bless.
Mebratu jeljal dea dea kabzom korse hibu esaiyas miktle telente zihabom eu kab zero miktle telente ms tekebele seb kiregis jemiru ezi halay meguhay aletun betesebun kisenu tray tsibah nigho ab kdanu kiharie eu
ኣጆካ ህዝበይ ንኹሉ ግዜ ኣሎዎ ኢሉ ንጉስ ሰሎሙን፡ ኣብቲ ቅዱስ መጽሓፍና፡ እግዚኣብሄር እቲ ኹሉ ዝሪኢ ግን ንኹሉ ይሪኢ ኣሎ፡ መዓልቲ እግዚኣብሄር፡ ምስ በጽሔ ፡ ጥራይ ኣምላኽ እንተፈቐዶ ንሕናአን እንተሊና ስራሕ እቲ ዓቢ ኣምላኽ ክንሪኢ ኢና፡ እቲ ቅኑዕ ፈራዲ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ፡ ንኹሎም ናይ ኢዶም ክፈድዮም እዩ። እግዚኣብሄር ከማና ኣይህወኽን እዩ፡ ብትዕግስቲ ሃብታም እዩ፡ መዓልቲ እግዚኣብሄር ምስ ኣኸለ ግን ኣብየት መንዩሞ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ደው ዝብል። ኣጆኹም፡ ዞም ደቀይ፡ ጥራይ መዓልቲ እግዚኣብሄር ንጸበ። ነቲ ኹሉ ዝኽእልን ኩሉ ኣብ ኢዱ ዝሓዘ ፡ ኩሉ ዝሪኢን ፡ ኩሉ ዝከኣሎን፡ እግዚኣብሄር የሕሊፍና ንሃቦ፡ ንሕና ኸኣ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽና ንፍራሓዮን ፡ ንቕረቦን። ተባረኹ።
Really u explain 100% about innocent people of Eritreans. You are unbelievable brother. Long live....wow !!!
መስደመም እዩ :
እቲ ዝገርምን ዘስደምምን ነዚ ሽፍታ መንግስቲ ዝድጉፉን እዩ::
ERI MAN 💙💙💙💙ኣጀኹም ግርም መደብ ዩ ፈጣሪ ይሓግዝኩም ሰላም ይግበረልና ።
@@medhin8187 Thanks 💙
@Eri-blue 💙 respect ወድ ዓበይቲ
ኣብ ኣሪትራ ቀይህ ሺብር አዩ ዝካየድ ዘሎ፥ኢሰያስ ህልሚ ኢትዮፕያ አምበር ኣሪትራ ማአድናታ ዘሚቱ ህዝባ ኣጽኒቱ ኣሪትራ መበቆል ብዘይብሎም ስባት ምውያር አዩ፥ኣሪትራ ቅድሚ ሻአብያ 120ፋብሪካታት አትውንን ሃገር ሃንቲ መሎቲ አይባሃል ፋብሪካ ጥራይ ተሪፋ፥ህግደፍ ወርቂ ብሻ ሃንኩቱ ህጂ ድማ መረት አምባደርሆ ካብ ፍርቂ ንላአሊ ወኒኑ ወርቂ ንምውጻአ ዝህረስ መረት ዘይብሉ ህዝቢ ጥራዩ ከም ዝተርፍ ገሪዎ፥ካልአ ፖታሽ ብብልዮናት ዶላር ይጉህጎህ ኣሎ፥ካብ ወጻኢ ዝርከብ ህዝብና ስድራ ምህጋዝ ሃዋላ ኣብ ኣመት$3ሚልዮን ዶላር ይረክብ፥ህግደፍ ክሳብ ኣብ ስልጣን ክሳብ ዘሎ ህዝብና ክሃልፈሉ ማለት ዘበት አዩ፥
Egizabher Amlak yrdana BGOYTA EYESUS KRSTOS shm amen
1 - u are great right brother.
2 - Eritrea is the biggest prison on Earth.
3 - In Eritrea people is always like Toys.
4 - i wounder what is the next chapter of Eritrea ????
5 - My brother you are the real man on earth.
6 - NOTHING more nothing less.
Long live brother and God bless.
ኪፍሎም መምህር ግርማዩ ጽገጺአብ ወድ 4አስመራዩ።
እዋይ ፍቅረ ክመውት ከሎ ሲ ኣስመራ ዕንቒ ቀይሮማ። ብግቡእ ክስነድ ኣለዎ ብፍላይ እዞም ሰባት ዘጽንቱ ዘለዉ ብቀሊል ዝርአ ኣይኮነን።😭😭😭
Ane bezawegeney qkales diluw eye
Eri man keep up with good work btother.
Wow it's bad very bad , unbelievable story, may God help Eritrean people..
ሓቁ ኣሎ ነብያት ሆቴል ይፈልጦ እዚ ዝብሎ ሓቂ ኢዩ
እንታይሞ ዘረባ ዝተረፈ የብሉን እንተ እታ ሃገርናሞ ከምዘይናትና ርኢናያ በኪካ ዘይጽገቦ ሞት ሕጹይ እዩ ኮይኑ ናትና ነገር ብዝኮነ ንሕና ንህግደፍ ክንኣልዮ ኣይንክእልን ኢና ምክንያቱ ንተቃወምቲ ንቃወም ሰነፋት ኢና ውሓጥዋ ብማይ😢😢😢😢
👌👌👌👌
ናይ ባሓቂ እነሄለዉ እንዶ እዞም ብሩህ መጻኢ ንዉፍይ ክንደይ መንእሰያት ዘንቀሐ ንህግደፍ ኣረሜን ብልክዕ ቃላት ዝገለጸ ብደብዳበ ጌሮም አብ ስልጣንካ ወሪድካ ኢሎሞ. እንታይ ሓንጎል ከምዘለና ንሓደ ንፉዕ ዝኾነ ከነዳክም ኢና ንፈቱ. ኢሳያስ ዕድለኛ እዩ ከምዚ ዓይነት ህዝቢ ክመርሕ 😢😢😢
ክቡር ሓዊ አብ ኣሰና ምስ ኣማኒኤል ወይከኣ አብ Eripm ምስ ሄኖክ interview ግበር ኩሉ ህዝቢ ክሰምዖ 🙏
እዚ ዞባ ትብሃል ወዲ መድሂነ ዝመሃዞ ኢዩ አውራጃ በቦታት ዝተሰረተ ኢዩ ዞባ ትበሃል አይትድገሙዋ 9 አዉራጃታት ኢየን ዞባ ዘይኮነ አውራጃ ኢዩ
ኢትዮጲያኢዩ መራሒ ህግደፍ።።
ብርግጽ መስፍን ሓጎስ ለኽባጥ ምጽናሑን ክሳብ ሕጂ እውን ለኽባጥን መደናገርን አሎ::
SHALOM AHWAT TEWEN WEXEA AB GERMANY TEKEMET ALA MESKERNET HEBA NERA
እወ፡ ሓቢርና ኣለናኮ 2020 ከምዝወጸት ኣብዚ ቪድዮ፡ 🙏🙏
ኣዘኪርካኒ ህጁም ቦታ ጸላኢ ንምሓዝ
ፊተውራሪ መስርዕ ቆይማ4-5 ተራ ሰባት
ድልዱላት መንእሰያት ሓደ ሓላፊ ይዋግኡ ኔሮም።ድሕሪ ናጽነት
ድማ ።ደሞዝ ንሓላፊ
ገዛ ንሓላፊ
ጢሳ ኖታ ን ሓላፊ
ኣገልግሎት ድማ
ምስኪናይ ወዲ ድኻ
ይግፈፍ ኣሎ ኣዝዩ የተሓሳስብ ኢዩ።
Hello Eri man, mis ezi wedi b hade nerna ena.pls gmail sidedely. Haderaka sidedeley.
facebook.com/profile.php?id=100092078410224
Eway kemzi ena bnapa bomba laster kbtset ahlifna natsnet
Aziyu EU zhmm zsekk.
ዘሕዝን ኤርትራ ዓዲ ሐቦኛታት
Asmerom rezene zbahal btahababari 2006 ab Asmara zhazwo,, tfelto do:
ተወሳኺ መብርሂ ግበረላሞ ብዙሕ ሰብ ስለዘሎ ምናልባት ዝፈልጦ እንተተረኽበ። 18 ዓመት ኮይኑ ማለትዩ፡ ብጣዕሚ የሕዝን 😢😢
Ezi beleza tibo zeleka dehan tuhuz eu kisenu eritrawian yehwatey mebrahtu gebresilase eu sumu ezi halay awan tariku muzgub eu kisenu kulom yehwatu and men eu mebrahtu kisenu meret wegeg kitble eya ?????!!!!!
😭😭😭
MEKERA NAYZI HZBI AYWDAEN EYU...why tho all these cruelty?..
ALRUGHT BRO
Eseyas abzi saat kiyer alewo .walaka nrebhana entezeykone america kithgezena alewa
Nay asstat 300 zookonu Aslam memaheran sheikat afloto yeblkan ele ayamenenn eya .
3 ደቂ ዓንሰባ 2 ኣስላም ደቂ ባርካ ኣብ እስራኤል ቀቲልክሞም ኣለኹም፡ እዚኦም ጽሩያት ደቀባት ደቂ መሬት ጥባሕ ጥባሕ ገሊኦም 3 ጥባሕ ገሊኦም ከኣ 2 ጥበሕ ዘለዎሞ እዮም። እዚኣ ከኣ ክትከፈልዋ ኢኹም
ጸባ ስተ ፡ ኣታ ወዲ ሓላል ህዝቢ ፡ እቲ ሓቂ ገሊጽካዮ ፡ ሰብ ውሽጡ ከየጽንዐ ፡ ሓማሴን መጋበርያ ተምቤናይ ኮይኖም ይብል ፡ ሓማሴን ድ ኣ ን ኢሳያስ እንታይ ትብጽሖ ? ኣጆኻ ዝወደይ ነቶም ዝደንቆሩ ቀስ ልኩም ኣለብምዎም ፡ኢሳያስ ድ ኣ ኣይወዲ ላምና ኣይወዲብዕራይና ፡ ካብ 1973 ጀሚሩ ክሳብ ሎሚ ይላገጸልናሎ ሎ ። ካብ ሩባ ሰበነ
እንታይ ሰብ ምቕታል ዝተማህሩ ጸማማት ወሊዳ ዓዲ
ኣብ ትፈልጦን ዘይትፈልጦን ትህውትት ኴንካ ዓቢ ሰብ
Mebratu jeljal dea dea kabzom korse hibu esaiyas miktle telente zihabom eu kab zero miktle telente ms tekebele seb kiregis jemiru ezi halay meguhay aletun betesebun kisenu tray tsibah nigho ab kdanu kiharie eu
መዳራይ ዝምልሶ ምስ ሕቶኡ ክቐርብ(ክስማዕ) ኮሎ ኢዩ እዚ መደብ ክምቅር ዝኽእል ስለዚ ተግብሮ !
Hi Selam Selam
Ezom 3 awedat nay Jehova mesekakr eko wexiom eyom kab maeserti
ብእምነቶም ምኽንያት ከምዝተኣሰሩ ጥራሕ ኢና ሓቢርና፡ እንተወጽዮም እንቋዕ ብሰላም ወጹ፡ትረኽብዮም እንተኾይንኪ ወይ ኣድራሻ እንተለኪ ግን ምደለኹ ኔረ።
ኣላ ይግደፍ ንሱ ደኣ ኣብቲ ናይ ቀደም ተጋዲሉስ ሕጂ ከኣ ክቃለሰልካ ንስኻ ኣብ ሜድያታት ለለ ክትብል የዋርድካ
ወዲ ረሳሕ ብጻይ ኢኻ ሕጂ ናጻ ክትከውን
Kab higi wexaei tegerka teser ewe mengsti Eritrea 🇪🇷 bhigi eyu zasr tm elu ayasnekan eyu
ዓንጃል ካርነሸማይ፡ ሸዕብያ ካብ ባሕሪ ሰጊጓትካ ማለት ካብ ድንቁርና አድሒናትካ ማለት እዩ። ኣንቱም ከድዓት ምስዓገመ ኮንኩም 6 ኤርትራውያን ደቀባት ኣብ ኢስራኤል ትቐትሉ ኣለኹም። ሓደ ደጀን ሓዉኹም ሰለስተ ደቂ ዓንሰባ ክልተ ደቂ ባርካ። ሙሽሙሽ ደንቆሮ