Erኣሰቃቒ ኣቀታትላ ኣብ ሓለዋ ሰውራን፡ ቅርጺ ኣመዳድባ ናይ ወጻኢ ስልያ፡ /ዋርድያ ሓለዋሰውራን ናይ ወጻኢ ስለያን/

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 61

  • @Eri-blue
    @Eri-blue  25 วันที่ผ่านมา

    Correction to the type error at the end of the video "To be continued " 🙏

  • @samaraweldu9600
    @samaraweldu9600 25 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you Eri man 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @amanielgebrerufael
    @amanielgebrerufael 26 วันที่ผ่านมา +5

    ንሕና መሳኪን ኤርትራዉያን ጠንቂ ኩሉ ጸገማትና ተጋሩ እዮም ድብል ድንዙዝ ኣንደበት እንተንቑ ጠበሉ ጽቡቕ እመስለኒ ዓጀውጀው ዋጋ የኽፍል እዩ

  • @Hope90s
    @Hope90s 25 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you Eri man !😊

  • @dawitmichael2383
    @dawitmichael2383 26 วันที่ผ่านมา +2

    Eri man...keep voicing..a long way our poeple to wake up..peace!

  • @habtebeyene5402
    @habtebeyene5402 26 วันที่ผ่านมา +3

    ገጽኩም ትርሓቕ ጀጋኑ ብከንቱ ኣጥፊኩም እጀራ ዓለም ትበልዑ ኣለኹም

    • @ube-23s
      @ube-23s 26 วันที่ผ่านมา

      All you have to say is""" thank you for telling us"""
      የቐንየልና፡ ክትብል፡እዩ፡ዘለካ። ዶዋላስ ትፈልጦ፡፡ምስጢር፡ኣሎ፡እዩ። ተንኪፋትካ፡ከይትኸውን።

    • @tedyyes-belew
      @tedyyes-belew 25 วันที่ผ่านมา

      @@ube-23s😂😂😂😂😂😂😂

  • @temesgenamlakey7920
    @temesgenamlakey7920 26 วันที่ผ่านมา +2

    ኤማ ነዞም ከማና ድሕሪ ናጽነት ዝተወለድና እቲ ሓቂ ታሪክ ዝነበረ ሕማቅን ጽቡቅን ተቅርበልና ዘል

    • @AAGTOSS
      @AAGTOSS 26 วันที่ผ่านมา

      ታሪኽ ክትፈልጥ እንተደሊኻ፡ ነቲ ታሪኽ ዘፍልጠካ ሰብ ምምራጽ ኣገዳሲ እዩ። ታሪኽ ሰውራና ብዘሐብን ጅግንነት ዝተተኽተኸ እዩ። ተቓወምቲ ጽቡቕ ታሪኽ ጅግንነት ክነግሩኻ ኣይትጸበ። ዕሙታት ደገፍቲ ኸኣ ንዝተገብረ ጌጋያት ክነግሩኻ ኣይትጸበ።
      ንታሪኽ ብግቡእ ንኽርድኣካ ኸኣ፡ ብመጠኑ ንታሪኽ ሰውራታት ናይ ካልኦት ሃገራት ሰውራታት ኣጽንዕ።
      ነዞም ምስ መንግስቲ ስለዝኾረዩ ፡ ኣጋኒኖም ዘዘንትዉዎ ኣሚንካ ግን ግቡ እ ታሪኽ ክትመሃር ኣይትኽእልን ኢኻ።
      እዚ ዋና ናይዛ ቻነል ንባዕሉ፡ ኣበይ ኣላ ክፍእቲ ኢሉ፡ ካብ ዝተፈላለዩ youtub ቻነላት፡ ፍቓድ ከይሓተተ እዩ ኣብዚ ዝዝርግሖ ዘሎ😂
      ካብዚስ እንታይ ዓይነት ሚዛናዊ ታሪኽ ኢኻ ክትመሃር ?

  • @tesfahansabraha7631
    @tesfahansabraha7631 25 วันที่ผ่านมา +1

    ኣነ ኣብ ሓለዋ ሰውራ ነይረ ጉድጋድ ቢኡሱራት ኢዩ ዚካዓት ንሽቃቅ ተባሂሉ ኢዩ ዚካዓት ስለዚ ሓቂ ኢዩ

  • @cheayandom3075
    @cheayandom3075 24 วันที่ผ่านมา

    Btamu zehezn tarik ita resah hager bnuxuhat dem cheqya iya😢😢😢

  • @bzewde
    @bzewde 21 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ንዓኻ ፎሮ ኣብ ሓለዋ ሰውራ ጨንፈር እሱራት ቁጽሪ ክንደይ ከም ዝነበርካዶ ምነገርካኒ?

  • @peaceworld7091
    @peaceworld7091 24 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢

  • @tesfalemsolomon8354
    @tesfalemsolomon8354 25 วันที่ผ่านมา

    Hasawi eka shemshedin stubiq gerna ena nifalet nay bahaki gerimuni bitblo zeleka,

  • @habtemariamgebremichael6280
    @habtemariamgebremichael6280 24 วันที่ผ่านมา +1

    Eta fass Ferar eyu tebhal Foto Bro

  • @tediambes3908
    @tediambes3908 25 วันที่ผ่านมา +1

    DEREBIY.......AGAME HIZKIN KITMEXA

  • @ube-23s
    @ube-23s 26 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም፡ሓውና። """ጥይት፡ ከለዎም፡ ፋስ፡እንታይ፡ ኣምጺኡዎ፡ """"ዝብል፡ እቲ፡እግዚኣብሔር፡ ዘለዎ፡ ዝደንገጸ፡ ዝተሰመዖ፡ እዩ። ኣይበራሃትልካን።

  • @ErnestuChecvera
    @ErnestuChecvera 25 วันที่ผ่านมา +1

    እዚ ዘረባ ክትሰምዖ ግንብንብ ዘብል'ዩ።

  • @tediambes3908
    @tediambes3908 25 วันที่ผ่านมา +1

    Men eyom, gohafat.......yeay naxinet kemzi gierkin ketemxia...nibaalen bikomu tefien alewa.

  • @abitifili3597
    @abitifili3597 23 วันที่ผ่านมา

    እንታይ እዩ ኤኤኤኤ ዘብዝሕ 😂😂😂😂

  • @gideyendriyas7037
    @gideyendriyas7037 25 วันที่ผ่านมา +1

    Abet ata goytay abzimaet adhnena

  • @binyamtesfay6641
    @binyamtesfay6641 25 วันที่ผ่านมา +1

    " ተኽሊ ናይ ሃርነት "100.%
    ተኽሊ ናይ ሓርነት ኣጠጢዑ
    ሓሊፉ ኣብ ሰዊት ዕድሚኡ
    ኣርሳዕን" ኮታ "መይኡ
    ሕልናይ ክዝክር ንዑኡ
    ኣብ ቅነ ተጠጥንቐቅ ጸላኢ ኮቓምት
    ቀም ከየበልና ንርእሳ ኢላ ወገሓት
    ኣብ ኣጋ ወጋሕታ ብድሕሪኡ ሰባት
    ብመድፍዕ ፋሉላት መሬት ተኣየደት
    ምሳይ ነይሩ ብጻይ ተኣሲሩ ሰንሰለት
    ተሓናነቕ ኮነ ኩነት ተዋጢሩ
    ብህዳኣት ርሕቀቱ ኣብ ሓባሪ ኣስፊሩ
    ዕላምኡ ኽወክዕ ሸትኡ ነጺሩ
    ንዝመጸ ጸሊኢ ግንባሩ ቐሊዑ
    ኽራጋረግ ኣርፊዱ ንድሕነት ሰውርኡ
    ኣየይ "የይ , ኣየይ", ኣየ
    ብህድኣት ክትኩስ ልጓሙ ፈቲሑ
    ቡንቡኡ ኽድርቢ የእዳዉ ዘርጊሑ
    እነሆ ኣብ ቅድመይ ብደም ተዛሕዚሑ
    ከልዕሎ ኢለ ጥቅኡ ቀሪበ
    ገለ የለን እንዳ በለ ሕልና ከይዕረበ
    ምስ ሕሱም ብርተዐ ሕራሙ
    ሃይ ሃይ ኳ ከይበለ ተጸሚሙ
    በረትዕ ኣጆካ እንዳበለ
    ኣሰር ዝሓለፉ ሳዓበ
    ኣይካኣለን ብኣፉ ኣመልኪቱ ብኢዱ
    ተላቢኒ ሓሊፉ ኢዩ ቀቅድሚ ምኻዱ
    ሳዓት ሓደ ይከውን ለቢሱ ሓመዱ
    ንኽብሪ ናይ ሃገር ሂወት ዩ ኸፊሉ
    ድሕር ሕር ኣይትበሉ ኣሰረይ ተኸተሉ
    ኣየይ,የይ " ኣየይ,የይ
    ግጥሚ ሓርበኛ ዑቅባጋብር ገ/ትንሳኤ
    ነዛ ደሪፊ ኽሰምዕ ኸለኩ ምስቲ ኣሳዋውኡ
    ዘይፍለጥ ሃርበኛ የተኣሳስሮ ሞ ባዕሎም ኢዮም ግዲ ቀቲለሞ ይብል
    ብዙሕ ውን ኣሎ
    ሃገር ናይ ሓፋሽ እንበር
    ኣይኾነትን ናይ ውልቂ
    ንባዕላ እዛ ቅትጠቅሳ ዝጸንካኻ
    ዕድል ኣለኒ ግንባር ኣለኒ ንሱ ኢዩ ደሪስዋ

    • @Eri-blue
      @Eri-blue  25 วันที่ผ่านมา +1

      @@binyamtesfay6641 Great 👍 👌 👏

  • @bzewde
    @bzewde 21 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ክቡራት ኣሕዋት እዚ ብፎሮ ዝፍለጥ ሓዉና ዝማሓላለፍ ዘሎ ታሪኽ ኩሉ ዝተፈጸመ ፍጻሜታት ምዃኑ ኣነ ውን ። ነጥቢ ዘስምረሉ ጸሊም ታሪኽ ኢዩ።
    እዚ ሰብዚ ግና መን'ዩ ? ዝብል ሕቶ ክምለስ ዘለዎ ሓቂ ኢዩ።
    ሽም የብሉ ስእሊ የብሉ ሰብ ነዚ ታሪኽ እዚ ክገልጸልና ከመይ ጌርኩም ትቅበልዎ❓

  • @HA-yx8mu
    @HA-yx8mu 25 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ክፍለ ሰራዊት ናይ ሞርስ ሬድዪ ነይረን ኢዬን።

  • @degentesfamariam5366
    @degentesfamariam5366 24 วันที่ผ่านมา

    Eway hmaqe foro dbahal seb fre deyblu zereba

  • @berehanwelde1079
    @berehanwelde1079 23 วันที่ผ่านมา

    Kem abnet ab aseb adinfas zbehal kab usurat sebat teharina gudgad kemti nay guhaf zkeatelu lke kemu knkuet nwuel ezi gn kblela keleku nay seb medfeni tebahilu eyu ezi ab 2002 werhi 2 ykeat kem znebere baeley yfelt.

  • @habtebeyene5402
    @habtebeyene5402 26 วันที่ผ่านมา

    ፈራርር ኢያ ትባሃል

  • @danielarsenal4952
    @danielarsenal4952 26 วันที่ผ่านมา

    Ata ezi foro kedem yesemo nere abe pal

  • @tediambes3908
    @tediambes3908 25 วันที่ผ่านมา

    Etom ziketlu ke ab nebsom keymexom hangolom ayserihin diyu....

  • @nakfa8195
    @nakfa8195 26 วันที่ผ่านมา +2

    Foro entai eka tigebr zeloka nihzbi eritrea mizrabka aykonen tsegem gna aytegahden kunetatka So nitarik eritrean kalsi hizbi eritrean ab gmt blmtaw tiblo zeloka tarik subuk eko entekone why foro tekewilka tray tizareb. Eeia guday eei kulu hzbi eritrea bnisur felituwa alo so bigahdi wusae bolok bel wedi haweboy

    • @nakfa8195
      @nakfa8195 26 วันที่ผ่านมา

      Men eka foro dm kedem temezgibu eu kab betesebka so foro hawei nihzbka mo nihzbi eritreza ketalilo elka aytihseb machelot tehasrb Gilsi tezareb wedi haweboy

    • @nakfa8195
      @nakfa8195 26 วันที่ผ่านมา

      Chawwwwwwwwwwwww

  • @tediambes3908
    @tediambes3908 25 วันที่ผ่านมา

    NIGERENA ETI POLICE ZIBELKAYO GILEXO

  • @mikezee9216
    @mikezee9216 24 วันที่ผ่านมา

    Germany n halewa sewra rhuq aykonen!

  • @zemeneyob1887
    @zemeneyob1887 19 วันที่ผ่านมา

    Lies

  • @DanielMinasie-zk7ji
    @DanielMinasie-zk7ji 25 วันที่ผ่านมา +1

    Who are you talking about EPLF,YOUR ACCENT IS NOT ERITREAN.

    • @Eri-blue
      @Eri-blue  25 วันที่ผ่านมา +1

      @@DanielMinasie-zk7ji ።Do you even know what the Eritrean accent sounds like? Or are you just trying to create something out of nothing? 😂😂😂😂😂😂

    • @DanielMinasie-zk7ji
      @DanielMinasie-zk7ji 25 วันที่ผ่านมา

      @Eri-blue your paid by PP, EPLF IS THE SALVATION PART OF ERITREA AND AFRICA. BUT PP IS PUPPY OF USA

  • @Seysey770
    @Seysey770 26 วันที่ผ่านมา

    ፎሮ ፈገር

    • @ube-23s
      @ube-23s 26 วันที่ผ่านมา

      ኣጋሊጹካ፡ ድዩ፡?

    • @Seysey770
      @Seysey770 26 วันที่ผ่านมา

      @ube-23s ክክክክ እንታይ ዩ እቲ ዝግለጽ? ከተጋልጽ እንተኮንካ ኮ ግን፡ ከምዚ ተሓቢእካ ዘይኮነስ፡ ናይ ሰብኣይ ፊት ንፊትያ፡ እዚ ናይ ሓሰውቲዩ። ተሸፊንካ ተሸፋፊንካ። ዘፍርሆ ገበን ስለዘለዎዩ ተሸፋፊኑ ቱት ዝብል ዘሎ።

    • @ube-23s
      @ube-23s 26 วันที่ผ่านมา

      @@Seysey770 1 2 3 እንዳበልካ፡ እዩ። ጽባሕ፡ 2። ድሕሪ ጽባሕ፡ 3። ዝርዳኣካ። ኣይትመስልን፡ ኢካ። ካብቲኦም፡ ክጻረፉ፡ዝውዕሉ፡ ኢኻ፡ ትመስል፡ ዘለኻ።

  • @AAGTOSS
    @AAGTOSS 26 วันที่ผ่านมา +2

    እዚ ዕላል ናይዞም ኣረይቲ ኩዕንቲ እዩ 😂

    • @mikeberhe8421
      @mikeberhe8421 25 วันที่ผ่านมา

      ሐቅኻ ናይዞም ሓሳዳት

  • @erivoice4633
    @erivoice4633 26 วันที่ผ่านมา

    Most boring one , you gays are talked for the last 30 years 😮 no plan no strategy.

  • @Nikol-q2g
    @Nikol-q2g 26 วันที่ผ่านมา

    Hi foro, is there any way I can contact you.
    Just for personal and private talking