All the Dembya Generals are awarded the position for serving the dictator and helping him murder his real and potential opoenents .They are just peasants with no clue. If it were for ability they won’t go beyond private soldier. But Isayas knew how stupid they are and used them to murder the best, brightest heroes from behind. And unfortunately the best used to be from Akele.
@@weldenegodguad4974 you are right The dictator he closed Asmara University and he destroy ERITREA and ERITREANS and they are saprters of the dictator
Are you sick brother ? You only represent yourself. If you need help ' go to Adi halo for some traditional treatment ( may chelot.wised.).With people like you , I don't see the light at the end of the tunnel. We are in deep trouble. If we continue to follow your God (Isais ),the existence of Eritrea as a Nation will be in question. May God save us from ignorant person like you .
Perfect, Thank You🙏
ኤርትራውያን ንዑ ናባና ናብ ብርጌድ ንሓመዱ ነሕጽሮ ቃልሲ ነጽር ስፋሕ ተዓወት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Shut up weegin - what does "Sarah mean anta hibey
ABEY ALEKHUM?
ስፍሕ እንዳበልኩም ካብ ኣውራጃ ናብ ወረዳ ናብ ዓዲ ጸሪኩም 😂😂
ነጽር ኢልካ “ ትግራይ ትዕወት” 😂😂😂
ኣታ እዞም ዓጋመ-ጉዛይ ኮለዉ ዝዕወት ቃልሲ የለን። ቅድም ነዚኦም ናይ ዓጋመ-ጉዛይ ነጥፍኣዮም ድሕሪኡ ንህግደፍ እዚኣ እያ እታ ቅንዕቲን ሓጻርን መንገዲ።
ከምዛ ደቂ ሰራየ ተበጊሶማ ዘለዉ ካብዚኦም ተፈሊኩም እንተተቃሊስኩም ክትዕወቱ ኢኩም፡ እዚኦም ኮለዉ ግን ሸንኮለል እዩ።
@@thedawnlight3902 ነጽር ኤርትራዊ' ኤርትራዊ' ጭኖ
ነጽር ስፋሕ 😂😂😂ቃል ጋሳ ውፉይ ጫፍ ዕባይ ምሽ ትጋሩ ይቀርቡና ትብሉ ኔርኩም ጆን ጻጸ ጸፊዑ ምስ መለሰክን ኤርትራውያን ንዑ ናበይ ክንመጽእ ናብ ደብርጭ
ንተጋዳላይ ሻዕቢያ ፡ አርትራዶ ክትፈርስ ወይስ ሻዕቢያ እንተልካዮ ፡ አርትራ ትፍረስ ዝብል ቆለ ኢዩ ዘለዎ ፡
ንምንታይ ውረድ ትብልዎ ኣበይ ኣሎ ድኣ እቲ ዲሞክራሲ ኣዛርብዎ እቶም ብዩቱፕ ንከታተለኩ ንዕዘብ ኣለና ኤእ
መን ይዛረብ እቲ፡ ናይ ብሓቂ ንእግዚኣብሄር ዝፈርሕ፡ ንሓቂ ጠጠው ዝብል፡ ድሕሪ ሞት ፍርዲ ኣምላኽ ኣሎኮ፡ ኣንቱም ሰባት፡ ኣንቱም ሓዊ ትዛረቡ ብዘይምፍራሕ እስኪ ውጹ ተዛረቡ፡ ኣጆኹም፡ ንምንታይ ግን ነቲ ሓቂ ክዛረብ ዝኢ ሰብ ትዓዝውዎ፡ ኣሎኹም። ኣብዚ መድረኽ ከም ዝሪኦ ዘሎኹ፡ እንዳቦይ ስቕ በል ኢኹም መስለኒ ተቖዛጺርኩሞ ዘሎኹም፡ ንሕና እንተ፡ ዘይፈለጥናኩም፡ እግዚኣብሄር ግን ይሪኤኩም ኣሎ። እግዚኣብሄር ኩሉ ዝፍልጥ፡ ኩሉ ዝሪኢ፡ ኣብ ኩሉ ዝርከብ ዓብይ ኣምላኽ እዩ። ኣንቲ መሪርት እስኪ ኣድ ኣውጺእኪ ተዛረቢ። ኣንታ ሕነ ፈዳይ እግዚኣብሄር ዝገብርዎ ኣይፈልጡን እዮም እሞ ይቕረ በለሎም። በጃኹም ንእግዚኣብሄር ንፍራሓዮ።
መንእሰይ ፡ ጉጉይ ሓበራታ ትእክብን ትሰምዕን ስለ ዘለኻ ፡ ሓንጎልካ ትኻን ትመልኦ ስለ ዘልኻ ፡ተኲንካ ክተርፍ ኢኻሞ ምሕረት የውርደልካ ።
ብሪጋዴር ጀነራል ተኦመ ዕርገቱ ኣብ 1969 ኣብ ባልዋ ትሕቲ ልቢ ትግራይ ኢዩ ተቀቲሉ መራሒ ናይቶም ዝቀንጸልዎ ምናልባት ስዉእ ጅግና ገብሪሂወት ወዲ ሕምብርቲ ይኹን ደኣምበር ኣብ ተሓኤ እከለ ንእከለ ቀቲሉ ተባሂሉ ኣይንገርን'ዩ ስለዚ ሰብ ምእንቲ ከይደናገር።
ብጀካ ስርቂ ጀሪካል ዕንጨይቲ ታይ ጀነራል ክትብለሎም ዐመፅቲ
ጉድ ሻዕብያ ጌና ክወፅእ አለዎ ጌና ደም ኑፁሀን ልቦና ዘለዎ የድሊ አሎ አብቲ ሀገር ብደም ዝተጨማለቐ ባርባራዊ ስርዐት በኪሎሞ እዚ ህዝቢ ሰብ ደም አራዊት ዐሌት
ትግራዋይ ምካንካስ እቲ ኣጸሓሕፋ ትግርኛ ኣረኪስካ😂😂😂
ቖንዳፍ
@@merhawisyoum6385sorry you are papate of the dictator go to hell
@@merhawisyoum6385 be careful the dictator of ERITREA he is from Tegray that's why he is destroying ERITREA and ERITREANS
ኩቡረ ሐወይ ናይ ባሐቂ መራሕቲካ ዘይኮኑስ ቀተልቲካ እዩም ሲለምታይ ንዚብል ዓቂሚ ይኩን ፊልጠት ናይቦሎቲካ ሰለ ዘይቢሎም ናይ መቃልስቶም ግዲ የብሎምን ህዚቢ ይኩን መንእሰይ ቢትክክል ሰለ መሸሉ አይ ከታተልን ዘሎ :
FERAHAT IKUM BI 1993 TSIBUK ATELTILKUMO NEYRUM.. GHIN AFRISKUMA TEGHEMTILA KEA NABAKUM METSIA
All the Dembya Generals are awarded the position for serving the dictator and helping him murder his real and potential opoenents .They are just peasants with no clue. If it were for ability they won’t go beyond private soldier. But Isayas knew how stupid they are and used them to murder the best, brightest heroes from behind. And unfortunately the best used to be from Akele.
ሜጀር ጀነራል ተሾመ እርገቱ ልክዕ ኢኻ ገብሪሂወት ሕምብርቲዪ ቀቲልዎም ግን አብ ባሉዋ ትብሃል ዓዲ ብሕዳር 1970 ኢዪ :: ስለዚ ንስኻ አብ ሜዳ ማዓስ ኢኻ አቲኻ አብኡ ነይረ ትብል ዘለኻ
ኢሳያሰ ብጀካ ብብረት ግንባሩ እምበር ብዘረባ ወይ ህድማን ሰደትን ተሰዲድካኸ ከምቲ ዝሐሰቡዎ ከምዘይኮነ ነብሰቅትለት ይፍጽሙ አብ ዓድኻ ንኢሳያሰ ፈጊምካ ታሪኽ ምገደፉ ዓዋተ ንበይኑ ንቃልሲ በሽሐት ሰዒቡ ንናጽነት አምጺኦማ ኢሳያሰ ገረብብሐኸላ ካብ ሃይለሰላሰ ነቲ ሰዉራ አብ ውሸጥና አትዩ ሐንቲ መዓልቲ አብ ኩናት ዉዒሉ አይፈልጥን ንጀጋኑ ዓወት መሪሑ ዘምጸኤ በቶም ሕቡአት ሰልፉ የቅትሎም አብነት ወዲ ዓፋ ወዲ ሃይለ ወዲ ፍላንሳ በርሄ ጻዕዳ አሸሐት ካልኦትውን ሕጂ ኸአ ንዕጠቅ ሐንቲ ኳሕ እንተላ ግልብጥ ምበሉ
Hasweti
ስጋብ ሕጂ ባባ ኣብራሃም
ናይ ዓበ
ናይ ሳልሕ ሳበ
ናይ ስዒድ ሳልሕ ዝዛረብ
ስጋብ ሕጂ ይዛረብ ኣሎ?
ናይ ጀብሃ ትዛረብ ስለ ዘለካ ደስ ኣይበሎምን
ንሶም ብዛዕባ ድሩዕ ዝዛረብ እዮም ዝፈትው
ካብ መስመር ኣይትውጽኡ ባባ ኣብራሃም😂😂😂😂
In 1973 felepos was bodyguard of the Devil dictator and he is the best servant of the dictator 😂😂😂
@@selam7603 what do you expect from a 🇳🇬 general. 😂
ጉሓፍ ናይ ሓሶት ታሪኽ ብወያነ ትምወል ሚድያ ኣረጋጊጸ ኢየ ዝጽሕፍ ዘለኹ ዝፈልጦ ስለ ዘለኒ ኣይንተሃመል ደቂ ኤረይ ዝተጨነቑ ዝተገዝኡ ዑሱባት ንምዝንግዕ ምስምዑ ጸገም የለን
ወያነ ደኣ ቀቢርናያ/ኣጥፊእናያ ዶ ትብሉ ኣይነበርኩምን፡ ኣበይ ኮይና ክትምውል? ሓደ ጥዑይ ኣእምሮ ዘለዎ ህግደፍ የብልኩምን። ኩሉኹም ሓሰማታት። ምሳኹም ምፍጣርና ይገርመኒ😢፡ ሕጂ ንስኻስ እንስሳ ዲኻ?ብራሾ ናይ ሻዕቢያ ዲኻ? ናይ ኣእምሮ ጸገም ዘለካ ሰብ ዲኻ? እንታይ ኢና ክንሓስበካ? ነየናይ ሜድያ ኢያኸ ወያነ ትምውሎ? ነዚ 4 ሽሕ ተኸታሊ ዘለዎ?
ቁሩብ ትሓስብዶ ንምዃኑ? ምዃን ዝሓስብ ናይ ህግደፍ ደጋፊ የለን።
@@Insider24840 ሕጂ ውን ወያነ ብግብሪ ተቀቢራ ኢያ
ዐገብ፣ዐገብ አይትጋገ።
@@Insider24840 ትልኽ ከም ዘተሓረደት ደርሆ🇪🇷
@@Insider24840 you are 💯 right the saprters of the dictator they don't have brain
ባይቶ ኣርትራ ዋህዮታት ሻዕቢያ ዝነበሩ ፡ዓው ኢልካ ናይ ምዝራብ ተመኩሮ ዘየማዕበሉ ፡ ካብቲ ሰረት ድሞክራሲ ዘይብሉ ውድብ ዝተወልዱ ፡ ብዛዕባ ጉጂለ 15 ክጣበቑ ትብዓት ክህልዎም ኣይክእልንዩ ።
ህዝቢ ኤርትራ ንኩሉ መድያታት እዩ ዝሰምዖ ኣብ ኤርትራ
ንቁሕ ህዝቢ ስለ ዝኮነ ብማዕዶ ፎእ ኢልኩም😂😂😂😂😂
ብጠዓሚ ተሕዝኑ ኩስቶ ክንድዚ መንእሰያት ቀቲሉ፡ተጋዳላይ ህግ ንክንድዚ ንጹሃት ተጋደልቲ ቀቲሉ፡እዚ ዘርእየካ ሰይጣን ክነስኻ ንነብስኻ መልኣኽ ጌርካ ብምቕራብ፡ብመስዋእቲ ብሉጻት ሰባት ዝተረኽበት ሃገር ናብ ዕግርግርን ሁኮትን መሊስካ፡ነዚ ብኮ ተጠቒምካ ኣብ ኮረሻ ስልጣን ንምድያብ ክሳብ ዝኮነ ሓሳብኩም፡ብሕጅኹም ተስፋ ቁረጹ።ሕዝቢ ኤርትራ ካብ ዝሓለፈ ኩናት ሕድሕድ ብዙሕ ዝተማህረ ክሳብ ዝኾነ፡እዛ ትሓስብዋ ዘለኹም ኣይትኸውንን እያ።
Jeneralat Eritrea jegnu atum jegnnet tarki mennet albo atum affafe lezytyi ney Eritrea Jeneralat hxabey kalsonger aytaklun ekum bekytyi
አዞም ንለውጢ ተበጊሶም ዘለዉ አርትራውያን ፡ ኣብ ክንዲ ደገፍን ምኽርን ፡ ምእራምን ፡ እጃሞም ምብርካት ፡ ብማዕዶ ኮይኖም ፡ ክወራዘዩ ፡ ከናሽዉ ፡ ክዕንቅፉ ፡ ብ ኢሳያስ ተውዲቦም ፡ ንርእሶም ኣብ እንዳማቶም ሃገር ኮይኖም ዝገብርዎ ዘለዉ ፡ ኣብ ልብኹም ተመሊስኩም ነታ ናይ ኢሳያስ ናይ ድግምቲ ከኒና ክትተፍእዋ እምሕጸነኩም !
Nay 1973.tbl Aleka ab 'zi dhri naxnet ztegebre.kunt.ms weyane ab 2y 3y.werar ab more.setit kor 161.b.philipos..zmrah ahadu buzuhat men eseyat hagerawi agolgulot .and tegadelti but ezaz Philips tereshnom eyom âne zneberkuwo ahadu kor.161.1y kfle serawit 3y.brged 1y.botoloni azazi Boteloni gebremedhn(gère) kech.hrmi.wey gère snayper.malet Yu adu deqemhare hamasen bebi gezau 5 sebt.tereshinom 4.agolgulot 1 merahi hayli tegadelay 5tiom.ab.hanti Boteloni ztereshnu.eyom.gze.tray.yfelale.etom.thtiau.zneberu azezti.ykawemuwo slezneberu.ember gère BLK e bzuhat nxuhat mehleqe Neru mknyatu.kab mhdam. Zeykone koblilkum tebahilu eyom zrshnu.nerom
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂አአ😂
Hade haswe eka
ሓደ ሰብ ኢሳያድ ኣብ መዳ ኣሻሓት ቀንጺሉ መን ኢሳያስ ኣሻሓት ኣሲሩ ኣሰንኪሉ መን ብትአዛዝ ኢሳያስ ምሙሁራት ኣሕቂቁ መን ኢሳያስ ህዝቢ ኣሰዲዱ መን ኢሳኡኣድ አርትራ ውግአ ወረ ውግአ ገሩ መአሰያት ኣህሊቁ መን ኢሳያስ ኣነ ዝገርመኒ ሓደ ስርብኣይ ደዊሉ ዝሸኡን ካብ ጀነታላት ክሳብ ተታ ወታጃደ ካብ ተመሃራይ ክሳብ ዶክተር ኢንጅነር ኮፍ ኢሎም ዝሸኑ አሪትራ ካብቭ 4 000 000 ሓደ ተብዕች ተሳኢኑኅ አዚ ድቃላ ወዲ ተንበን ጥራሕዩ ሰብኣይ ዝተረፉ አሪትራውያን ኣንስቲ (ስለዝበሃል ኢየ ኣንስቲ ኢለ 80%ደቂስንትዮ ዋዞኣሩየን) ታሪኽና ንቀይር ኣብቀደምና ንመለስ ህጂውን ክንብል በል ኣይፈሰሰን ምስ ብርገድ ንሓመዱ ኮንና መዓንጣና ሸጥ ነብላ ሃገና ክንመዝሃድር😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ንዑ ናባና ናብ ብርጌድ ንሓመዱ ነሕጽሮ ቃልሲ ነጽር ስፋሕ ተዓወት
@@BETESEB1972ABEY ALEKHUM EBA NGERUNA?
እዚ ይፈልጥ እየ ኢሉ ሕቶታት ሰብ ዝምልስ ዘሎ፥ ፈጺሙ ፍልጠት የብሉ ገለ የብሉ፥
ሰብ ሲኢንካ ዲካ?
ንቁሕ ካድር ተሳኢኑ?
Ab berekatat eritrea zfesese.dem.nxuhat yqre zeybahalo eyu kula t eytti tmesl bwshta gn meret ygelbet .ketewxo.zeyti.deli.mstir alowa
ካብ ኣውራጃ ደምቢያ አንታይ ትጽበ?
Ajeujeu eu ezi😮
Ezi gohaf ezi ni doctor fixum ziketele beteseb yebilun diyu? Bigili nezi ziketelo ni mikinxal kifiximu zikilu?
ኦባማ እንታይ ክመርሕ ኢኻ ርኢኻዮ ንቃዛፊ ስለ ዘጥፍኧ ኣመርካ ከም ኦባማ ዝኸፍእን ዝሓልከሰን ኣጋጢምዎም ኣይፈ ጥን ።
Bzaeba history tizareb tokenka home work axafifka mixae ayfelitin eye gele enabelka diletka kitzareb qubul aykonen.
Tegadelti naxnet nhade sebay atekibkuma fertigkum abdege konka aykonen zeynmtlo kab zi neritran tbexh Tyt yelan menesey egrkum sibu hager rahrihuwa sibukum WY wrdet
Betesebu telewu nebrihaley kilikumo alo
Atum schity hager zkunkum Reshat tarik maltukum tesebeyou
Enber hzbawy gnbar Hzby Eritrean ygsgs alu nab lmat
Tegbar yalen zerba terhi hisawe
ኣየ ሃለውለው ንፉዓት ለማኖ😂 ኣየይ ዕሱባት
አብ ኤርትራ አቲኻ ተቐለስ ።አብ ማዕዶ ኩወይንካ ዘረባ አይ ሰር ሕን እዩ ።
Eritrea tfelta aymeslenn
GHEDLY TSELIIKA INTE HADIKAYOM KEN BEAK G/ABRIHALEY YIKETLUKA YIBEHAL
ጌና ክትጉሓፉ ኢኩም ጸልማት መጻኢ ናትኩም ነገር ሓፍ ከየበላ ቋቅ ኣበላ ኢዩ
Meftuhu kemty zibelo ....biret iyu kikewin zelowo.....Nay Gandi mis nay Eritra zerakibo yelen
ኣዚ ወዲ ሓሳዊ እዩ ብጽልኢ ምዝራብ ሕማቅ እዩ ኣነ ኣብ ተሓኤ 1974 መጅመርታ ዝስርሕ ዝነበኩ እየ ብዛዕባ ጀብሃ ልበይ ነፊሔ ክዛረብ ይክእል እየ። እንተ ብዝዕባ ህግ ኣብቲ ምስ ጸላኢ ዝገብርዎ
ውግእ ዓሚቅ ኣፍልጦ ኣለኒ ዶክተር ፍጹም ኣብ 1975 ተሰዊኡ ይብል ሓሶት ኣነ ኣብ 1974 ወርሒ 3 መስዋእቱ ኣብ መጽሔት ገድሊ ህዝቢ ካብ መላከ ትክለ ተዋሂበ ገለ ክፋላ ድማ ኣብ ኣስመራ ዝርጊሕናያ ንዝበለጸ ገብሩ ሓጎስ ነዚ ጉዳይ ዝፈልጥ ኣሎ። ንሓቤረታ እቶም ንውግእ ሕድሕድ ደው ኢሎም ዝቃወሙ ዝነበሩ 1 - ዶክተር ፍጹም 2 - ተስፋይ ተክልዝጊ 3- እስራኢል ምስግና ብወገነይ ዝፈልጦም ነይሮም
ሕሉፋት ህዝቢ ኢኹም ብላሽ ትርጉም አይነበሮን ሳሕል ከድና ተዋጋእና መጥፊኢኹም ኮይኑ ትርጉም አይነበሮን ሀውቲትኩም መሳኪን እቲ ፀላኢና ደርጊ ትብልዎ ዘይኮነ ቐቲሉኩም ባዕሎም የሕዋትና ትብልዎም እዮም ብጭካነ ቐቲሎምኹም አረሜናት
እዋይ ሓሶት
ንዱሩዕ ንኢሰያስ ዘይትጉጽጽዎ ኢለዮ ዝብል ዘሎ'ስ ክንደይ'ከ ይሕሱ😅😅😅
በትሪ ሓቅስ ትሕቅቕ እምበር ኣይትስበርን። ንኹሉ ፡ ግዜ፡ ኣሎዎ፡ ህዝቢ እኮ ዘፈልጥን ዘይርድኦን፡ ኣኮነን፡ ነገር፡ ግን፡ ስኣን፡ ፍልጠትናን፡ ደቂ ገርሂ፡ ልባ፡ ኮይና፡ሓንቲ፡ ኢድ እኮ፡ ኣይተጣቕዕን፡ እያ፡ መን የማናይ ኢዱ ምስ ሓወሰ፡ ድኣ፡ እዩሞ፡ ሳኦል ክነግስ፡ዝኸኣለ ?፡ሳኦል ኣንጊስና ሕጂ ዋይዋይ እንተበልና፡ እንታይ ዋኣ ኣሎዎ፡ ኣብ ብሉይ ክዳን ዘሎ ሳኦል ምልስ ኢልኩም ኣንብብዊ። ኩልና፡ እንተብፍላጥ፡ እንተ ብዘይፍላጥ፡ እንተ ንጥቕሚ፡ ማለት ንሹመት ፡ ንህዝብና፡ ናብ፡ ሳኦል፡ ኣሕሊፍና ሂብናዮ ኢና፡ ንልዕሊ 60 ዓመት፡ ከኣ፡ ራዛ ናይ ኣቡኡ ሓዛ ፡ ምስ ሳኦል፡ ኮይንና፡ ንኣምላኽ፡ ነቲ ፈጣሪና፡ እግዚኣብሄር ክሕድና፡ ነዚ፡ ኣብዚ ልዕሊ 60 ዓመት፡ ዝተወልደ ትውልዲ ሓዳስ፡ ኤርትራ ብዝብል ስም ኣጠሚቕና፡ ፍርሓት ኣምላኽ ካብ ውሽጡ ባሕጊግካ ኣውጺእካ ጨካን ትውልዲ ኣምላኹ ዘይፈርሕ፡ከሓዲ ትውልዲ ፈጢርና፡ ኣሎና። ስለዚ ኩሉ፡ ኤርትራዊ ሕጂ ኣብ ምርዳእ ይመጽ ኣሎ መስለኒ፡ ጽብቕ፡ ንዓ ኩልኻ ርእስኻ ፈቲሽካ ፡ናብ ንስሓ እቶ፡ እግዚኣብሄር ቸር መሓሪ እዩ።
😂😂😂
ናጽነት ክትመጽእ ወዲ 6 ዓመት ተኔርካ ድኣ ኣፍካ ዘይትእክብ
ለክባጥ
ገለ'ዶ ወዲ ጦር ሰራዊት ወይ ትግራዋይ ኮይኑ ወሊድካ?
ወይጦ
Siebentey trey😂😂😂
ፈሽኳል ሓሳዊ። ንስኻ ንገዛእ ርእስኻ ክንደይ ሰብ ቀቲልካ ኢኻ ሃዲምካ ዘለኻ። ገበንካ ንምሽፋን ኢኻ ሃለውለው ትብል ዘለኻ።
ጀሪካናት በሎም ጀነራላት ኣይኮኑን
Idiot low life - you are low IQ selfish who escaped from Eritrea
They brought Eritrea the country that you are opposing now
BIKEMEY IYU ISAYAS AB SEWRA TESELIFU KEBIKII.. NI KULUKUM ABIKUM NIISHTOKUM TEKLILU HIZIKUM
GHEDIMAT TEGADELTY TEBALHILKUM AB KIDMIT KINDY TIZAREBUN TIFITSIMU BI DIHRIT IKUM YIZAREBU
Aye neska ka entay garka eski negatana
ልሕቲት ኣብዚ ተሓቢእካ ጀጋኑ ትዝንጥል
እሞ ወዲ ሊቀስ መሽኳት ጀነራል'ዩ ማለትካ ድዩ ኣንታ ካልእ ቁምነገር ወይ ህርመት ልቢ ናይ ህዝቢ ዘይትርድኡሉ
Wedi like nay ahaduna azazi EYU Neru jigna.eyu.nzmerho ahadu 'wn Lewah b serawit .dma.futuw azazi EYU .bhafesha kulom azezti kunat.shaebya ab hagerawnet wfuyat merahti eyom neger gn njgnnetom NM eqabn.nfthi dow.aybelun n neseyas kmktuwo aykealun
ወዲ ለንቃጢት ክክክክክክክክ
ኣውራጃውያን ክትዛረቡ ኢኹም ድማ ትፈትው?
ከሕትተካ እዩ እዚ ትብሎ ዘለካ ሓሶት
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሐቅነት እንተለኩም ስለምንታይ ገጽኩም ቀሊዕኹም ዘይትዛረቡ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Musie kun ata mezenay kab ab sidet yajemaa
ሰጥ ኢሎም ዝተማህሩ ኣብ ኤርትራ ዶካትር ብሮፌሴራት ዝበጽሑ ሰጥኢሎም ዝተማህሩ ዘይ ሃደሙ ከማኩም ኣለው ንመን ከተዳናግሩ ኢኩም ኣጀው ትብሉ ጠላማት ኣብ ትበጽሕዎ ስለዘይብልኩም ግን ብኣኩም ዝሻቀል ኤርትራዊ የለን ኣብ ፈይስቡክ ጥራይ እፈሩ
Terewaaee
@@weldenegodguad4974 you are right The dictator he closed Asmara University and he destroy ERITREA and ERITREANS and they are saprters of the dictator
በ
Hmum awrajawi koloneil. Kulu zerebaka nab wsunat sebat eyu.
Reginalist eka.
General Teshome Ergetu has died in 1970 or 1972 not in 1973-1974.Doctor Fitsum Gebreselasse has died in 1974.
YEMANE BARYAKO WEDIA WO AYU HADE. HAE. GIZIYE KINAT MEXEWE SELAM AYU
እዚ ኣብ ስእሊ ዘሎ ሰሎሙን ወልደማርያም እዩ
እቲ ብድሕሪት ጌርካዮ ዘለካ ጽርግያ ጅግና ወዲ ኣፎርቂ ዝሰረሖ ምካኑ ኣይፈለጥካን ዲካ ሓሱስ 😂😂😂😂
ኤርትራዉያን ገና ጅግና ኣይተወልደን
ኢሰያስ። ንዕላምኡ ብጀክኡ ካልእ ሰብኣይ የለን
ሓሳዊ
Rip
ዓወት ናይ ቢንያም ግርማይ ርኢኩሞ'ዶ?
ህዝቢ ኤርትራ ርኢኩሞ'ዶ?
ጉጅለ ዕንክሊል
😂😂😂
Rest in peace
Hasawi ikha !😂
6 ምልዮን ኤርትራውያን ኢሰያስ ኢና
Are you sick brother ? You only represent yourself. If you need help ' go to Adi halo for some traditional treatment ( may chelot.wised.).With people like you , I don't see the light at the end of the tunnel. We are in deep trouble. If we continue to follow your God (Isais ),the existence of Eritrea as a Nation will be in question. May God save us from ignorant person like you .
Meshkat. Bbret tamn entekonka kid ana trekba.
Hager gdifka bdihreka aye wray
ጨነውቲ ጉሓፋት ሽዩጣት መንድዓት ሃገር
😂😂😂😂😂
ጉጅለ ዕንኪሊል
ወይ ዓዘፍ ዘፍ ቁሩብ እባ ህድግለነ ግበሩ ። ገድሊኮዩ ዝካየድ ነይሩ። ክምቲ ዝተገብረ እኮዩ ተገይሩ ኣብ ውጽኢት ተበጺሑ ። እንታይ ዝበለ ሃለው ለው
እዩ። መእሰርን መፍትሕን ዘይብሉ ኣበስቀደስ።
Gemel yemrsyi kelbyi ynbhyi atum haratyi gewenu wekaru hunqu enty ywexe afra rip jeneralat Eritrea jegnu atum wokru hadmtyi 😂😂😂😂
ኣታ ፈላጥ ሰብ ድዩ ተሳኢኑ ሕቶታት ዝምልስ? ካበይ ኣምጺኩሞ ነዚ ሓሳዊ ሰብኣይ?
ዛዕባ መስዋእቲ ወልደንኪኤል ሀይለኸ አፍልጦ አሎካዶ?????
ወዲ ኣፎም ጂግና
የሕመናንንንን ዝባሃል ጉሩብ ኔሩ ዶ???? መልሕስ ከ ንመን ሳጋ ይውሃብ ኔሩ??
Ego Liers
ቅሱን ሓሳዊ ንድሩዕ ከተቃናጁ ወዲ ሓዎቦኻ ስለ ዝኾነ:: ድሩዕ እኮ ሰራዊት ኣብኩናት ሂወቱ ይከፍል ንሱ ክኣ ምስ ሰበይቱ ኣብ ደጀን ኮይኑ ግዓት ይቖርስ ኔሩ:: ንስኻ ሎቅማጽ ማሕዮ ነበር ንኢሰያስ ክተካፍእ ሰነፍ
ኣየ በዓል ንስኻ ዘመናውያን ደናቑር፡ ንኢሳይያስ ደኣኸ እንታይ ከኽፍኣሉ ብቐደሙ መወዳድርቲ ዘይብሉ ኣረሜን። ንስኻስ ካብ ኣድገ-በቕሊ ዝፈሊ የብልካን። ጉሓፍ
@@Insider24840
ቅሱን ማሕዮ ቢትወደድ ክፉእ ክምህዝ በውራጃ ክገልል ብተንኮል ድሓመመ ልቡ ከየጋግየኩም
Hademti qetelti haredti
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Hasawi ikha! 1973 aykeden neru filipos kigadel misay yimahar neru ab godayif ab betimirti kudus antenyos kab 1975 tesegigu bi padre habtegebriel kabu ka 1977 kigadel keydu! Nigho kab tselot metsu iyu zimahar zelo ! Silezi hasawi ikha !! Izi kulu tiblo zelekha! Politic indahasekha aykonen ! Kkkkkkk😂
ከላ ሱቕበል ክንደይ ትሕሱ ሰብ ኢኻኸ? ቃለመጠይቓት ናይ ኣቦይ ተኽለ ኪዳነ ዘወልዲ(እቲ ኢሳይያስ ባዕሉ ብላይተር ኣቃጺሉኒ ዝብል) ስምዓዮ ኣብ voice of beserat ዝብል ቻነል ኣሎካ። ምስ ፍሊጶስ ብሓንሳብ 1972 ከምዝተሰለፉ ይሕብር። ዘየለ ሃለውለው ኣይትበል።
ሱቅ በል ፈሽኳል ተዛሪብካ ዉን አይትኽእሎ በዚ ዘረባ ዶሮሆ ዉን ክትሸይጥ አይምኸአልካን ድሁል
4000km hadimka bzaaba qalsi tzareb Denqoro Hadami
ንስኻኸ እንታይ ክትገብር ተሰዲድካ? ጋውና። ነቲ ንሱ ከርተት ዝበሎ ንእስነቱ ዝበልዐ ጉዕዞስ ከይትዛረብ ክትብሎ ንምዃኑ ዝሓስብ ኣእምሮ ኣሎካ ዶ? ደንቆሮ
Intai.dea.nska.bota
Keleka.zeitharmom
Ab.wexai.quenka.mfkar.bota
.yeblun
ወይ ዓዘፍ ዘፍ ቁሩብ እባ ህድግለነ ግበሩ ። ገድሊኮዩ ዝካየድ ነይሩ። ክምቲ ዝተገብረ እኮዩ ተገይሩ ኣብ ውጽኢት ተበጺሑ ። እንታይ ዝበለ ሃለው ለው
እዩ። መእሰርን መፍትሕን ዘይብሉ ኣበስቀደስ።