Eritrea, ጸሊም ታሪኽ እስርቤታት ዓዲኣበይቶ፡ ማይስርዋ፡ዓላ ብመርማሪ ነበር

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
  • #story #eritrean #tefetawitalkshow #habesha #eritrea #bluerevolution # recorded live in paltalk #eritrea

ความคิดเห็น • 98

  • @azebogubamichael7082
    @azebogubamichael7082 10 วันที่ผ่านมา +19

    እዋ ኣንታ ካብ ደርጊ ዝከፍእ ዘስካሕክሕ ኣሰቃቒ መግዛእቲ !!!
    ነዚ ሲ ክኣ ጽቡቕ ኣላ ሃገር ይበሃል !!!

    • @NahomYosief-h9y
      @NahomYosief-h9y 10 วันที่ผ่านมา +1

      ደርገ ዳ መላክ አንደዮ

    • @anehadegtitetsba5054
      @anehadegtitetsba5054 9 วันที่ผ่านมา +2

      ወሪድዎ ደርጊ ኣብ ግዜ ደርጊ ኤሪትራዊ ክቡር ናብርኡ ድማ ፅሩይ እዩ ነይሩ

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael8091 10 วันที่ผ่านมา +9

    As a historian student this is very important eye witness source for me. I appreciate your confidence, analyze and memory
    Thank you

  • @alganeshassefaw1670
    @alganeshassefaw1670 9 วันที่ผ่านมา +5

    ሳሕል ወፊርና እንታይ
    አምጻና እሎም መጽሕፍ
    ክጽሕፉስ ለካ ነዚዩ። ን30 ዓመት ተቃሊስካ ጸላኢ አዉጺና ኢልካስ
    ብዝገደደ ንህዝብካ ከምዚ ዓይነት
    ጭካነ ክተዉርደሉ እዚኦም ካብ
    ሰብ ምካን ዝራሕቁ ጨካናት አራዊት
    ፍጥረት ሰብ ዘይብሎም'ዮም😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 10 วันที่ผ่านมา +10

    እየሱስ ዘሎዎ ህይወት ኣሎዎ፡ እየሱስ ዘይብሉ ህይወት የብሉን፡ መዓልቲ ፍርዲ ፡ ኣላ፡ ማንም ዘየታልሎ፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ፡ እቲ ቅኑዕ ፈራዲ ፡ ደሕሪ ሞት ቅኑዕ ፍርዲ ኣምላኽ ኣሎ፡ ናይ ኩሉ ዓዲ ትነገር ኣሎኻ ፡ መን ወዲ መን ኢኻ መቦቆል ዓድኻኸ ኣበይ እዩ። ከፊእኩምና ደሎኹም እኮ ካብ ማሕጸንና ዝወጸ ኤርትራዊ ናብ ኣውሬ ተቐይሩ ዘሎ፡ ነይ እኮ እዩ፡ እግዚኣብሄር ንኹሉ ፈጢሩ ዘይተጣዓሰ፡ ንሰብ ምስ ፈጠረ ግን እግዚኣብሄር ንሰብ ምስ ፈጣአርኩ ተጣዓስኩ ኢሉ፡ ሰብ ኣውሬ ዝኾነሉ ዘመን፡ ጨካን ትውልዲ፡ ኣምላኽ ምሕረት የውርደልና።

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 10 วันที่ผ่านมา +7

    ሰብ ፈሪሓ እግዚኣብሄር እንተዘይብሉ፡ እቲ ናይ መጨርሻ ናብ ሰይጣን ተለዊጡ፡ ህዝቡ እዩ ዘጽነት፡ ስለዚ ኣንታ ወደይ ፡ ክንደይ ዓመት ኣብዚ ፡ስራሕ እዚ ሰሪሕካ፡ ንኽንደይ ሰብከ ቀጥቂጥካ፡ ከም መርማሪ መጠን፡ ንእግዚኣብሄር ትፈርሖዶ፡ ኣብ ህዝብኻ፡ ዝገበርካዮ በደል እንተኣልዩካኸ ንስሓዶ ኣቲኻሉ፡ ምኽንያቱ ናይ ካልእ በደል ምዝራብ ቀሊል እዩ፡ ናትካ ተራኸ እንታይ ኔይሩ። ንሰብ ኣይትፍራሓዮ ንእግዚኣብሄር ግን ፍርሓዮ፡

  • @Jtar2002-xj7ni
    @Jtar2002-xj7ni 10 วันที่ผ่านมา +4

    Need prayers for Eritrea

  • @Ericommand525Gadien
    @Ericommand525Gadien 10 วันที่ผ่านมา +6

    ነዚ ዲዩ እዚ ኩሉ ተቓሊሳትሉ እዛ ሃገር።

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 10 วันที่ผ่านมา +5

    ካብ ገረግር ሱዳን ብ1973 ኣትሒዞም ነቶም ሰለይቲ እንዳበሉ ዝቕጥቅጡዎም ዝነበረ ንጹሃት ተጋደልቲ ውን ብኩርማጅ (መሸኒ ብዕራይ) ገይሮም ዘቢጦም ዘቢጦም ሰለይቲ ዘይኮኑ ንጹሃት ከለዉ ከይፈተዉ እወ ሰላይ ኢየ የብሉዎም ነይሮም ::
    ስለዚ ኩርማጅ ናይ መሸኒ ብዕራይ ሕጂ ዘይኮነ ኣብ 1973 ካብ ገረግር ሱዳን ሳሕል ጀሚሮም ኢዮም ንተጋደልቲ ብመሸኒ ብዕራይ ገይሮም ዝቕጥቅጡዎም ነይሮም ::
    ክሳብ 50 ዝኾኑ ንጹሃት መንእሰያት ተጋደልቲ ስሞም ብምጽላም ሰለይቲ እንዳበሉ ኣብ ገረግር ሱዳን ሳሕል ብ1973 ቀቲለሞም ኢዮም ::

  • @Higuain1995
    @Higuain1995 10 วันที่ผ่านมา +7

    ኣነ አብ ማርያም ግቢ ተኣሲረ ኔረ ብግዜ ደርጊ ከምዚ ናይዚኦም ኣረሜን ጨካናት ኣይነበረን ምግቢ ይኣትወካ ጠበቃ እግበረልካ ነሩ. ንሰምበል ምስሓለፍካ ስድራኻ ክትረክብ እፍቀደልካ. ናይ ዕቡድ ከልቢ ምሕደራ አብ ታሪኽ አሬትራ ኣይተርኣየን. ህዝቢ አሬትራ ግደቲኡ ክገብር እምበር ግብኡ ክሓትት ድኹም እዩ 😢😢

    • @Tesfa325
      @Tesfa325 8 วันที่ผ่านมา +1

      ሐቅኻ እዚምስ ንባዕሎም እንበር ንህዝቢ አይወጹን ተቦንቂሮ ይጥፍኡ😂😂

  • @alexanderberhe4951
    @alexanderberhe4951 9 วันที่ผ่านมา +4

    ኣቱም ሰባት እንቁዓሰይ ኮኑ ከይንብል ይሕዋትና ኮይኖም ካብዚ ሂወት ወጻኦም እዩም እኮ ነዚ ረሳሕ ደዋይ ስርዓት ዝድግፍዎ።

  • @HiwetHiwet-z1x
    @HiwetHiwet-z1x 10 วันที่ผ่านมา +3

    Away Hagray 😢😢😢😢😢😢😢😢 jaganu abotaina nezzie waga kaflom eway 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢Ewayyy ewayyyy😢😢😢😢

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 10 วันที่ผ่านมา +2

    እግዚኣብሄር ምሕረት ይግበረልኩም፡ ጽቡቕ፡ እዩ፡ እት ሓቂ ምዝራብካ፡ ነገር ግን ንስኻውን ኣብኡ፡ ክብ ካልእ ቦታ ናብቲ ትጠቕሶ ዘሎኻ ተቐይርካ ትሰርሕ ኔርካ፡ ንስኻኸ ክትምርምሮም ከለኻ፡ ትሃርሞምዶ ኔርካ፡ ብምንታይ ክንፈልጥ ንኽእል፡ ልክዕ እዩ፡ ፍርሒ ፡ክህልወካ ይኽእል እዩ፡ ድምጽኻ ዝፈልጥ፡ መን ምዃንካ ኣይስሕቶን እዩ፡ ሽምካ ብርሃነ ኢልካ ኣሊኻ፡ ካብ ጀመርካዮስ ፡ ኩሉ ግሉጽ እንኸውን ክንደይ ምጸበቐ ነይሩ እብል፡ እዚ ናተይ ርእይቶ እዩ።

  • @tesfaluulmichael9222
    @tesfaluulmichael9222 9 วันที่ผ่านมา +4

    😢 ካብ ታሪኻዊ ግዝአት ቱርኪ ዝኸፍኤ ጨካን ስርዓት ህግደፍ።እንታይ እዩ አቢሱ እዚ ኩሉ ግፍዒ ዝወርዶ ዘሎ መስኪን ለዋህ ህዝቢ? ኢድኩም አይትስአኑ ህግደፍ።

  • @amanluel98
    @amanluel98 10 วันที่ผ่านมา +4

    Ezi esika Tizarebo deleka emo kea Hasawi dbluka zilewu😂😂 abu nerom kabaka nilali mezentewulu Gin Hilina 😢😢😢😢

  • @tediambes3908
    @tediambes3908 7 วันที่ผ่านมา +1

    Zegerim! Aye Eritrea

  • @negasiteweldeberhan9584
    @negasiteweldeberhan9584 8 วันที่ผ่านมา +2

    What a hell is Eritrea under the current regime!!!

  • @Kabmaatsewreni
    @Kabmaatsewreni 6 วันที่ผ่านมา

    Anza hager zey tenegere ember zey tegebere yelen 💙💙💙💙🩵🩵🩵💙💙☕️

  • @awetteklay428
    @awetteklay428 10 วันที่ผ่านมา +3

    ገለ ካብቶም ግፍዒ ዝወረደኒ'የ! እቲ ዝገርመኒ ግን ነዚ መከራ ዘይጥዓመ ኣብዚ ኮመትንት ልዋራዘዩ ክትርኢ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ዓለም ጸዋር!

    • @Eri-blue
      @Eri-blue  10 วันที่ผ่านมา +2

      @@awetteklay428 ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕዝን፡ ብስቓይ ሰባት ይወራዘዩ፡ ከም'ዚ ኣብኡ ዝነበሩ ይጻረፉ፡ ሓሳዊ ይብሉ፡ ክንደይ መንእሰይ ከምዝጠፍአን ከምዝተሳቐየን መዓስ ኢዩ ክስቆሮም? ብዝኾነ እንቋዕ ብሂወት ወጻኻ።

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 10 วันที่ผ่านมา +2

    ሃሙሽተ የህዋትካ ዝተሰዉኡስ ንስካ ሃዎም ሰብ ክትምርምር ሰብ ከተሳቂ ድዮም ተሰዊኦም ? ጽባህ ምስ ወገሀ ምስክርነት ስለትከውን ጥአና ይሃብካ፥

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 10 วันที่ผ่านมา +1

    አታ አብቲ ሩጉም ዐዲ እንቁዐ ወፃና እንበር ገስረጥ ምሕደራን ዳ ማቻላዮ ዐዲ ጌና ምሕሳውን ንሓውኻ የሕሊፍካ ምሀብ ከይተረፈ እዚ ቀታሊ ውድብ ከይጠፍኡ ሰላም ዝብሀል የለን

  • @t.h.2520
    @t.h.2520 10 วันที่ผ่านมา +3

    ናይ መዓስ ዓመተ ምህረት ኢዩ እዚ
    ትብሎ ዘለኻ።

  • @habtomkiflay3247
    @habtomkiflay3247 9 วันที่ผ่านมา +1

    እዝነይ ድዩ ኣድሚን ሰሎሙን ተስፋማርያም ይዛረብ ኣሎ።
    ወይ ግዜ!
    ሕጂ ይርድኣካ ንምንታይ ደምበ ተቓውሞ ክንድዚ ግዜ ወሲዱ። ሕጂ ውን ብዙሓት ከድዓት ኣብ ውሽጢ ደምበ ፍትሒ ኣለዉ እዮም

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 10 วันที่ผ่านมา +4

    ገሊኦም ዋላ ደቂ ወተሓደራት ደርጊ ዝነበሩ ክኾኑ ይኽእሉ ኢዮም ::
    ከም ባዓል ኢሳያስ ኣፈወርቂን ሓጎስ ክሻን ወዘተ ዝኣመሰሉ ትግሪኛ ስለ ዝዛረቡ ኤሪትራውያን ክኾኑ ኣይክእሉን ኢዮም ::
    እቶም ብዘይ ድንጋጸ ንደቀባት ኤሪትራ ዝቕጥቁጡን ዝቐትሉን ዝነበሩን ዘለውን ኢትዮጵያውያን ኮይኖም ኣብ ኤሪትራ ተወሊዶም ዝዓበዩ ክኾኑ ይኽእሉ ኢዮም :: ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንዓኣቶም ኢዩ ዝፈቱ ::

    • @dawitmichael2383
      @dawitmichael2383 10 วันที่ผ่านมา +1

      Brother..look people close to you...accountability!?

    • @mestewalie6479
      @mestewalie6479 10 วันที่ผ่านมา +2

      ከም ኤርትራዊ ጨካን የለን እንታይ ኮንካ አታ ሓቂ ምዝራብ ፅቡቕ እዩ
      በዐል ሚኪኤለ ወዲ ሙቁር ከ ኤርትራዊ ስልጣን ተሒዙ አኺሉካ እዩ

  • @meronhabtemariam4169
    @meronhabtemariam4169 9 วันที่ผ่านมา

    ደርጊ ሓላል😢

  • @shakip5866
    @shakip5866 6 วันที่ผ่านมา

    Tigray Tigray tategadefewo kuluna msetakawmena naerna fah abelkuma guday

  • @diyanaeyob8051
    @diyanaeyob8051 9 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢

  • @Nugse-xn9oq
    @Nugse-xn9oq 10 วันที่ผ่านมา +1

    Ezi zbelkayo kulu haki eu nerna ena awu

  • @KewaniSium-fn2iv
    @KewaniSium-fn2iv 8 วันที่ผ่านมา

    እዛ ናይ ዓዲ ኣቤቶ ሓቂ ኢያ ፡ ተሪፉዎ ከማን ኣሎ ፡ ኣነ ተኣሲረላ ኢየ። ኩላ ሓቂ።

  • @nugusekahsay6845
    @nugusekahsay6845 10 วันที่ผ่านมา +1

    ዘማጅ ባጋሚዶ ኣዩ

  • @tesfalem6978
    @tesfalem6978 9 วันที่ผ่านมา +1

    ከዛብ ዋሕድ ፈጠራ ዲኻ ትፍኑ ዘለኻ ርእሲ ዱባ : ትግራይካ ትሓምም ኣላ

  • @tediambes3908
    @tediambes3908 7 วันที่ผ่านมา

    Issias ezi agame keytefie wey adu keykede Eritrea kabzi shigir aytilakekin eya

  • @AbayDisti
    @AbayDisti 10 วันที่ผ่านมา +2

    ወዲ ከበደ ወዲ 40 እዩ።

  • @wblludwigshafen1700
    @wblludwigshafen1700 8 วันที่ผ่านมา

    Do you think ,that Eritrea will be Free from the Worst Things.

  • @asmarabella3250
    @asmarabella3250 10 วันที่ผ่านมา +1

    ዓመተ ምህረት እንዳሓበርካ

  • @tesfayamanuel1466
    @tesfayamanuel1466 5 วันที่ผ่านมา

    ለኽባጥ100%

  • @ጀጋኑኻኣኽብር
    @ጀጋኑኻኣኽብር 10 วันที่ผ่านมา +1

    ናእማንኻ ድዩ ኪርኪርኪርርርርር ደቂ ________

    • @alexanderberhe4951
      @alexanderberhe4951 9 วันที่ผ่านมา

      ኪድ ወዲ ኣረጊት ሾርሙጣ ወዲዛ ምንጠብጠቢት ሓሳኽ ጢዛ

    • @ጀጋኑኻኣኽብር
      @ጀጋኑኻኣኽብር 9 วันที่ผ่านมา

      @@alexanderberhe4951 ኪኪኪኪኪ 1.5 ሚልዮንይ ፈረቓይ ህልም፡ ናብ መረበትና ምለሱናዋዋ ረድኤት ሃበነዎይይይይ ከኒናና ሃቡናዎይይ ክክክ

  • @amanuelhailu9378
    @amanuelhailu9378 10 วันที่ผ่านมา

    አብ ማይስርዋ ናይ ትዋህዶ ጴንጠ እምነትን ጆሆቫ ዊትነስ ተኸተልትውን አሎዉ ይብሃል ከመይ እዮም

  • @danielarsenal4952
    @danielarsenal4952 8 วันที่ผ่านมา

    Ezi wedi kebede zebhal ke entay alekum

  • @tesfaytsige8683
    @tesfaytsige8683 9 วันที่ผ่านมา +1

    ኣህ።ስርት።ህግድፍ።ካማክም።ቻክን።ሰአንክም።

  • @teweldehabtesus9485
    @teweldehabtesus9485 10 วันที่ผ่านมา

    Tigrawai zeitble Ata wedei we kebede Ma,ereba iyu

  • @y-dx1
    @y-dx1 6 วันที่ผ่านมา

    Haz mezgeb ysened tray :: kulka ezi video ab wuhus bota akemto kntahasaseb ebA

  • @LualAbraha
    @LualAbraha 10 วันที่ผ่านมา

    Meqihe

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 10 วันที่ผ่านมา +1

    ወዲ ወለላ፥ወዲ ጋላ፥ርአሲ ምራክ፥አምታይ ይባሃል አልፊ ሸፋቱ ዝነበሩ ህግ ኣረመናዊ ተግባር ዘተግብሩ፥ሱቅ ጥራይ በሉ ኩላ ዋጋኣ ክትረክብ አያ ፥

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 10 วันที่ผ่านมา

    ደርጊ ሽኮር ሓሳዳት ክፍአት ግብሪ ዘለዎም ብገለ መፅዮማ ፀልማት አረሜን ነዚኦም ዝወለድክን ሩጉማት ማህፀን ኢኽን ዕስትኽ ሕብረተሰብ
    ብጀካ እቶም ሰብ ስረ ድበዝሐ ሓሳዊ እዩ ኮይኑ አብቲ ዐዲ

  • @LualAbraha
    @LualAbraha 10 วันที่ผ่านมา

    Nemtai. Eka. Agame. Tbel. Zlka. Esayas. Afewrki. Abeune. Adeu. Abi. Diyume

  • @minasiekesete9982
    @minasiekesete9982 10 วันที่ผ่านมา

    Jon samisari dea nimen eka lebam lebam kitxawet qedamay tehatay ekaa

  • @AbibAbis-j7l
    @AbibAbis-j7l 8 วันที่ผ่านมา

    Suq bel kezab enqae ekua zeynfelto aynkewun wedi harie tegaru mehayo weyane geben zgebere ab kulu alem yeser

  • @user-qo2rh7of3h
    @user-qo2rh7of3h 7 วันที่ผ่านมา +1

    መንዩ ቀጥቃጢ ኔሩ ንስኻ ዲኻ?

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael8091 10 วันที่ผ่านมา +1

    The hell

  • @NahusenaySenay-wt4nj
    @NahusenaySenay-wt4nj 8 วันที่ผ่านมา

    Shkea bt chrtinen hawewskyi pepse shkea thwewskea haswea

  • @LualAbraha
    @LualAbraha 10 วันที่ผ่านมา

    11

  • @Mehari-oc8dw
    @Mehari-oc8dw 10 วันที่ผ่านมา +1

    ንስኻ ሓደ ክበኦም አኻ ግን አትብሎ ዘለካ ሓቂ አዩ

  • @NahusenaySenay-wt4nj
    @NahusenaySenay-wt4nj 9 วันที่ผ่านมา

    Nsksea ktktea ekea nrkea rbhea ms gdlkea sGrkea haswea

  • @nisri1567
    @nisri1567 9 วันที่ผ่านมา

    ዳሃይን ዝርዝርን ናይዞም 120 ሃብታማት ዝበሃል እንታይ ደሃይ ኣሎካ?

  • @yonasafeworki5568
    @yonasafeworki5568 10 วันที่ผ่านมา

    ግዜ ይምልሶ ይኸውን እምበር ንባዕልኻ መርማሪ ኮንካ መልእኽ ኮንካ ኣብ ሞንጎ ሰይጣውንቲ ክትሰርሕ ዘይሕሰብ እዩ፡።5 ኣሕዋት ተሰዊኦሙኻ ነዚ ትዛረበሉ ዘለኻ እንዳረኣኻ ነብስኻ ናጻ ከተውጽኣ ምፍታን የገርም እዩ።

    • @Wedi_bitweded
      @Wedi_bitweded 8 วันที่ผ่านมา

      ኣነ መልኣኽ ኢየ ኣብ ሞንጎ ሰይጣኣውንቲ ኣይበለካን፡ ብልክዕ ትግርኛ ትሰምዕን ትርዳእን ዲኻ፧ ኣነ ነጻ ኢየ ኣይበለን ኣብ ቅድሚ ህዝበይ ክፍረድ ቅሩብ የ ይብለካ ኣሎ። ከመይ ደኣ ክብል ነይርዎ እስከ ንገረና፧ መርማሪ ኢዩ ገበርትን ሓደግትን ግን ካልኦት ኢዮም ትፈልጦ እንተደኣ ኮንካ ዓዲ ኣቤይቶ

  • @Ye2068
    @Ye2068 10 วันที่ผ่านมา +3

    ንስኻ 'ውን ሓደ ካብቶም ሌባታት ኢኻ። ከምቶም ዚኣተዉ ክትኣቱ ነይሩካ። ህዝቢ ኪትገፍዕ ነይርካ ሕጂ ጻድቕ ኪትመስል ኣይትዕፈር።

  • @LualAbraha
    @LualAbraha 10 วันที่ผ่านมา

    Ew. Neflto. Ena. Nrnalu. Ena. Tbuke. Alka

  • @kakamhari1433
    @kakamhari1433 8 วันที่ผ่านมา

    Kulu ezi zigebru zelwu dekalu nai adwa mis aslam koinom eyiom. Eziom dekalu asmara zi abeyiu mis aslam habirom lili 60 amet atsnitomuba eyiom. Hinena dima adwa bi mifras kentsnitom ena. Dihru neslam teklal kenetfom ena nai gize gudai eyiu

  • @AbayDisti
    @AbayDisti 10 วันที่ผ่านมา

    ጆን ወዲ ጋላ መይቱ ድዩ ድበለ ? ኣረጋግጸልና።

  • @user-yx6gz9em4q
    @user-yx6gz9em4q 10 วันที่ผ่านมา

    Ab kahawta tika enda yurael bzuhat esurat alewu nay filipos ashihat menieseyat

  • @user-ci3fi8gd2r
    @user-ci3fi8gd2r 8 วันที่ผ่านมา

    ምስክን ህዝቢ እልፊ ዶናቁር ሰራሓተኞ ኢሰያስ ኣጥፊኦሞ ዝህዝቢ

  • @user-wc6fb3jk9d
    @user-wc6fb3jk9d 7 วันที่ผ่านมา

    ከዛብ ዓጢነ እቲ ኣምጺእካዮ ዘለኻ ስእሊ ናይ እስርቤት ናትና ኣብ ልብያ ዝነበርና እዩ።
    እዋእ ኣታ ሓሶት ድራርኩም ኮይኑ በቃ ገጽኩም ትከወል ዕሱባት።
    ፎኦኦ ሸተቲ ሃመማ ቀልቀል።
    game over ብሓሶት ዝኸውን ነገር የለን።ኩሉ እቲ ንመናውራን ኢልኩም ተምጽእዋ።ዋናታቱ ከኣ ብኸምዚ ኢና ነፍሽለኩም።
    እቲ ስእሊ ኣምጺእኩሞ ዘለኹም ናይ ልብያ ናትና ዝነበረ ኮይኑ እቲ ቦታ ከኣ ሽዋሪፍ ተባሂሉ ይጽዋዕ ከዛባት ብሓሶትን ስርቅን ክትነብሩ መዋእልኩም።

  • @kahssaygebremedhinhabtemic8295
    @kahssaygebremedhinhabtemic8295 10 วันที่ผ่านมา

    ይቅረታ !!! እስርቤት እንታይ ማሌት ኢዩ ? ትግርኛ ድዩኸ ?

  • @user-qo2rh7of3h
    @user-qo2rh7of3h 7 วันที่ผ่านมา

    ከመይ ከመይ እዩ ነገሩ። ንስኻ ናይ ኩሎም መርመርትን ጀነራላትን ጠርናፊ ዲኻ ኔርካ። ወላስ ኩሉ ጸብጻብ ናባኻ ድዩ ዝመጽእ። ወዲ ምቁር ሕጋዊ እሱር ኮይኑ ኣብ ጸጸራት ዘሎ ናይ ወተሃደራት ቤት ማእሰርቲ 10 ዓመት ተፈሪዱ። እንታይ ድዩ ኔሩ ሓላፍነትካ። እዚ ትዛረቦ ዘለኻ: ኩሉ ሰብ ናባኻ ሪፖርት ዝገብር ዝነበረ ኢኻ ትመስል።

  • @noahluca5361
    @noahluca5361 9 วันที่ผ่านมา

    ዓጋመ ዓጋመ...😂😂 ሓሳኻ ደምበ..

  • @ftsumsbhatu6790
    @ftsumsbhatu6790 9 วันที่ผ่านมา

    ንስኻ ሓደ ካብኦም ኢኻ አባሎም ኔርካ

  • @AmanEzgi
    @AmanEzgi 9 วันที่ผ่านมา

    ንስካ ቀጥቃጢ ነርካ ይፈልጠካ የ

  • @jesusisgod7353
    @jesusisgod7353 8 วันที่ผ่านมา

    Eska teketkit eka ember baalika aytikitkitn 😂😢

  • @fitsumamlosom2201
    @fitsumamlosom2201 10 วันที่ผ่านมา +1

    መርማሪ እንተነርካስ እንራታይ ኮንካ ኮምፕተር ዘይክኣልካያ ከዛብ?

    • @awetteklay428
      @awetteklay428 10 วันที่ผ่านมา

      ከማካ ፈንቆሮስ ይህሉዶ😢

  • @zesimoni8696
    @zesimoni8696 10 วันที่ผ่านมา

    Hji entay eka tiblena zeleka abiu keleka fitah zeygeberka hasawi seraki

  • @Karneshmawi
    @Karneshmawi 9 วันที่ผ่านมา

    እቲ ጥቃኻ ዘሎ ካባኻ ንላዕሊ ንሰምዖ ኣለና 😂 ከም ዝተረድኣኒ እቲ ቀንዲ ንሱ እዩ 😂 ንስኻ ፓፓጋሎ በል ተባህልካ ኢኻ ትብል ዘለኻ 😂😂 ብዝኾነ ኣብታ ናይ ስርሒት ዞባ ሓደን ሓሙሽተን ተጋጊኻ ኣለካ ጀነራል ዮናስ ውን ኣይነበረን ሽዑ ፡ ቅድሚ ሕጂ ከኣ ሓደ ከማኻ ናይ ስልያ ነበር እየ ኢሉ ኣብዚ ኣምጽዮሞ ዮናስ ተኣስሩ ኣሎ ኣቲዋ ኣሎ ውን ይብል ኔሩ ካበይ ኢኩም ትኣራርይዎ እዚ ሓሶት ፡ ዮናስ ኣብ ስራሕ ኣብ ምብራቅ ሱዳን ኣብ ከሰላ እዩ ዝርከብ ኣብዚ ሰዓት ከማኹም ፌራ ኣይኮነን ፡ እዚ ይኣኽለኩም

  • @Seysey770
    @Seysey770 10 วันที่ผ่านมา

    Hatewqetew

    • @Insider24840
      @Insider24840 9 วันที่ผ่านมา

      @@Seysey770 ንሓደ ሕልንኡ ዝሞተ ሰብ ምናልባት ሃጠውቀጠው ይኸውን'ዩ፡ ንኣሽሓት ስድራቤታት ግን ደቀን ኣበይ ጠፊኦም ዘይፈልጣ፡ ሎሚ'ዶ ጽባሕ ይመጹ እንዳበላ ዝጽበያ ኣዴታት ናይ 10ታት ዓመታት ስቓይ ኢዩ።

  • @MTO2024
    @MTO2024 10 วันที่ผ่านมา +1

    Ata bxbix hasawi nmen eka ketedenagir sebay tekonka gexka zey trea nskas mis beal fili konka ab adi abeto eisurat tay tigebrom nerka mdmxka zeytiflet mesilka knrakeb eina kitwegih eya ngze tray nska zeyesenkelkayo seb alo gina sebay tekonka abzi adi aleku elka habrena

  • @minasiekesete9982
    @minasiekesete9982 10 วันที่ผ่านมา

    Jon haswai

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 10 วันที่ผ่านมา

    ቅድሜና ዝተኣሰሩ ኢልካሞ እሱር ዲኻ ኔርካ ወይስ ኣሳርን መርማሪን፡ ብዙሕ ትሓዋውስ ኣሎኻ፡ መስጊድ ቤተ ክርስትያን ኣይኮነን ፡ ክልቲኡ ዘይራኸብ፡ እዩ፡ እቶም ፡ ምሳኻ ኮይኑም ሕሹኽ ዝብሉኻ ዘሎዉ ግን፡ ይገርመኒሎ፡ ንምንታይ ግን ስእልኻ ዘይተርኢ፡ በጃኻ ቅሉዕ ኩን፡ ሰብ ሪኡ ክሓተካ እንተኾይኑ፡ ከምዚ ተጻሒፉ ተዋሂቡካ ተንብብ ከምዞሎኻ እዩ፡ ዝስማዕ ዘሎ፡ ስለዚ በጃኻ ገጽካ ኣርእየና፡ ከምቶም ብቑሉዕ
    ዝዛረቡ፡ ዘሎዉ፡ ሓቂ ተዛረብሞ ኣብ መንገዲ ባቡር ደቅስ ዝብሃል ኣሎ፡ እስኪ ገጽካ ኣርእየና።

    • @Insider24840
      @Insider24840 9 วันที่ผ่านมา

      @@hiayabyesus2011 ቅድሚ ናብ ዓዲኣበይቶ ምምዳቡ ማለት'ዩ። ኣብ ካልእ ኣሃዱ ከሎ (ቅድሚ 2008)

  • @danielkidane1258
    @danielkidane1258 10 วันที่ผ่านมา

    Kla suk bel enkue eko adi abeyto ayreanayo weshlak

    • @Insider24840
      @Insider24840 10 วันที่ผ่านมา +1

      እንታይ ክትብል ከምዝደለኻ እንድዒ፡ እንቋዕ ኣይረኣናዮ ትብል በቲ ከኣ ትጻረፍ 😅፡ ኣቤት ድንቁርና።

    • @Yacob-bn1jw
      @Yacob-bn1jw 10 วันที่ผ่านมา

      ANE KEMAN GEREMUNI.
      KEMZA NATKA KIHATEO HASEBE NEYRE.
      EGZABHER MEHRETU YEWREDELNA::​@@Insider24840

  • @danielkidane1258
    @danielkidane1258 10 วันที่ผ่านมา

    Agame😂😂😂 mish nihna tegaru ena tblu

    • @Wediharestay
      @Wediharestay 10 วันที่ผ่านมา

      ኣየ እንስሳታት ህግደፍ፡ ዓጋመ ትርጉሙ ክሳብ ትሞቱ ኣይርደኣኩም ኢዩ። ካብ ህግደፍ ዝሓምቕን ዝጽላእን ነገር የለን ኮ ኣብዚ ግዜዚ፡ ኣበይ ደኣ ክርደኣኩም እምበር።😅😅

    • @mestes4158
      @mestes4158 10 วันที่ผ่านมา

      Eseyas is from Tigray

    • @HiwetHiwet-z1x
      @HiwetHiwet-z1x 10 วันที่ผ่านมา

      Kkkkkkk abay konkie k texfo alkiey way Alka hagrka kedie xhafeee masmar zayblu hagr heskum tagru sebie sera eyom

    • @jesusisgod7353
      @jesusisgod7353 8 วันที่ผ่านมา +1

      Wofuy tiray eyu felitwom shabia, shabia kithikek tiray eyu zelewa ,

  • @LualAbraha
    @LualAbraha 10 วันที่ผ่านมา

    11