Eritrea, ዝርዝር ናይታ 23 ኣባላት ዝነበርዋ ናይ ዓፈናን ጭውያን ጉጅለ ህግደፍ ብሓደ ኣባል፡ ንኽማረኻ ዝተፈረዳ ደቀንስትዮ ብዮናስ ሃ/ስላሰ፡
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2024
- #eritrean #story #eritreanmusic #tefetawitalkshow #eritrea #habesha ,recorded live in Eritrea paltalk #neshneshtv #habeshatiktok #eripm #mestyatbetna #asmara #astv
ጅግና ዓጀካ ኩሉ ኤርትራዊ መንስይ ኣብ ጎንኻ እዩ እንካዕ ብሰላም ወጻኻ
Selamm
ክቡራት ኣሕዋት እሱር ቤት ብኣምሓርኛ እዩ፡ ብትግርኛ ቤት ማእስርቲ እዩ ዝብሃል።
ይገርም'ዩ! እዛ ቃል'ዚ ኣብ ኣእምሮ ድሕሪ ነጻነት ዝዓበየ መንእሰይ ኵሉ ሰሪጻ'ያ ትርከብ።
ዋይ ህዝበይ
ዋው ንቶዮታ ክትመልስ ሓደ ቦርጌድ ተኽትት 6 ዱቂ ኣንስትይ ተጨውየናኻ ጥርቅም ዞገርም ኤዩ
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ዮናስ ወዲ ኣሃዶይ እዩ ነይሩ ኩሉ ከኣ ሓቁ እዩ
ማስቲካ ደኣ መስዋእቲ ያኣምን ድዩ አሰዊኦም ዝብል ሓሳድ ዋሒድ፡
100 %✅✅✅
Do not ly, do not cheat, do not steal. !!!!!!!
Good job yonas masteka
Wedi fasil zibahal merah hayli b 1993 ab Naqfa,n hade tegadalay ,asiru tseba 3y alem bexbixu ab mulue nebsu lemixuwo, ab mecheresta texelilu.
Lekbat
ጊጋ ሓበሪታ ግደፍ
ናትካ ሓቂ ተዛረብ በል። ነቶም ዝዛረቡ ናይ ህግደፍ ጠበቃ ኮይንካ ብድሕሪ መጋረጃ ኣይትቅረብ ።
ክፋእ ናይዛ ምህምንቲ ጉጅለ ዓዲ ሃሎ ዘርዚርካ ኣይዉዳእን እዩ
ዋይ ህዝብና ጸኒቱ ገረብ ብሓኽላ ጉድ እዩ
Periferi ትግርኛ እኮ ጽሩይ ኣይትዛረቡ ተካል ሓሶቶም
Fabricated ዝኾነ እዩ : ሕጂ ዝኣምነኩም የለን ከደምቲ ወያነ : ኤርትራን ኤርትራውነትን ንክሓስስ ብሓሶት ንሰባት kab ሃገር ካሃድሙ እዮም ዝቃለሱ ዘለዉ :: ትማሊ ምስ ወያነ ኮይኖም ታሪኽ ኤርትራ ክሃስስ ዘይ ፈተንዎ የሎን :: ደግም ዝጋገ yelen 😮😮
Gaga habrata gidef yonas ane aelku kabta ganta zineberku pils gele gele haqi aelka eti zitewesde sigomti gina neyru eu.
HGDEF telamat shifatu ab qereba gzie ktefu iyom 44
ክላእ ሓሳዊ 😂😂😂
kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk