ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብጣዕሚ ምሃሪ ዛንታ ኢዩ ኢዚ ዘርኤካ ወለዲ ልዕሊ ኩሉ ምኮኖም ኢዩ ወለድና ነክብር 🙏🙏❤️✅
ናይ ብሓቂ ነዚ ዘለናይ ትገልጽ ዛንታ ቡዙሓት ስድራቤታት ኣቦታት ኣዴታት ኣብዚ ግዜዚ ብጽሙዋ ይሳቀዩ ኣሎው ጽቡቅ ድርሰት ኣብርሃም
ሂወት ስደት እንበር ጸሊእናዮ ኣንቱም ሰባት ንብዓት እኮ ሲዕርኒ
ዝኸበርካ መምህር መኮነን ብጣዕሚ ዝትንክፍ ዛንታዝምስገን ንባብ ዝምስገን ጸሓፊ 50 ዓመት ንድሕሪትመሊሳ ኩሉ ዝዓበኹል ሩባን ጎቦን ናብራ ገጠር ኣዝስኪርካኒ። ምስጋናይ ይብጻሕኻ ።
ብታዕሚ ነዚ ዘለናዮ ግዜ ትገልጽ ብህወት ኮለና ስድራና ንርኤ ❤❤❤
ጥበብ ማለት!!!💯🔥ቡዝሕ ነጥብ ከተላዓዕል ትኽአል መሳጥት ዛንታ!❤
th-cam.com/video/_1vcTkEo0cw/w-d-xo.html
ዶክተር ኣብርሃም ተስፋ ልኡል፡ ጽብቕቲ ድርሰት ጽሒፍካ። መኮነን ውን ንፉዕ ኣንባቢ ኢኻ።
መኮነን ተስፋይ በቲ ኩሉ ተቅሪበልና ልብኻ ዝርስርስ ኣቀራርባኻ ከየመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን እየ ብ ዝያዳ ዝምስጠኒ ኸኣ ብዚዓባ ታሪኽ ኣቦ ሓጎታትና ማሰን መልቀስን እዮ ዕድመን ጥዐናን ይሃብካ ።
ዓባይ ትምህርቲ ንኹሉና ኤርትራውያን ብጣዕሚ ጽብቕቲ ኣቀራርባ።ቐጽሎ ይብል።መምህር ገብርኣብ
@@gabezere166 th-cam.com/video/_1vcTkEo0cw/w-d-xo.html
ብጣዕሚ ዘሕዝን ታሪኽ :: ወላዲ ኣብ ርእሲ ምድሪ ከሎ ክትገብረሉ ግቡእካ ጥራይ ዘይኮነ ግዴታ ውን እዩ :: ምረቃ ወለድ ብገንዘብ ዘይትመን ሃብቲ እዩ ::
Azyu zehzen zanta😭Memelisu brikum ysesin 🙏
ናይ ብሓቂ መሳጢት ነዚ ሎሚ ዘለናዮ ምፍልላይን ናፍቖትን ትገልጽ መሃሪት ዛንታ፡ እግዚኣብሄር ኣምላክ ምስ ስድራና ንራኸበሉ መዓልቲ ይፍጠረልና።
መቸም እንተዘይበኸኻ ትነብዕ ንብዓት ሓርገጽ ድዩ ዝብሉ ወለድና ከም ማይ ነሓሰ ጀለም ዘብል ንብዓት ተዘክሮ ምሳና ዝነብር ዘሎ ህይወት ምፍልላይን ናፍቆትን ንመምህር ሞኬ ብልቢየ ዘመስግነካ ከምዚ ዓይነት ጽሑፋት ግዜኻ ኣካዊንካ ንብዙሓት መሃሪት ብምኻና ኣዝየ የመስግነካ ንደራሲ ኣብራሃም ዘርአ ብጣዕሚ የመስግኖ ሓደ መዓልቲ እዛ መጽሓፍ ኣብ ኢደይ ክትህሉ ተስፋ ይገብር
ዋይ ወለድና ጸገሞም ብሞት ዩ ዝውዳእ :: ኣሕ 😭😭😭😭
ናይ ብሓቂ ዝገርምን ማሃርን ዛንታ ይበል ኣቀራርባን ሞኬ ።
Uffffff ልብካ ትትንኽፍ 😢ደስ ዝብል ኣቃራርባ 😢😢amlka sdetna yxrelna🙏🏾
ሰላም ወሰናይ መኮነን! ጽቡቅ ስራሕ እዩ! ቀጽሎ! ናብ ስደት ጠፊእና ኢና እሞ፤ ፍቃዱ ይኹን። እግዚኣብሔር ጥዕና ነፍስን ስጋን ይሃብካ።ኣባ ምሕረተኣብ ዓዲ ጣልያን
ዘለናዮን ወለድና ዘለውዎ ሂወትን እንዳተሳእለኒ ብዘይ ምቁራጽ ነባዕኩ።
Good gy Iggy Gg ytgg go
😢
Nay behaqi 😢😢😊
ድቃስ ኣቢኒ ደጋጊመ ይሰምዓ ኣለኩ ብሓሳብ ኣብ ናይ ኣቦይ መቃብር ይከይድ ኣለኪ 😢😢😢
What a story?!!! Mekonnen, you are a great narrator and/or storyteller.
ንጹር ስእላዊ መልእክቲ እትህብ ዛንታ። ንፉዕ ጸሓፋይ ከምኡ ውን ኣንባባይ። ጉርህነትን ግሉጽበትን ወለድናን ዘለዎም ጽምዋን መከራን እትትንትን ዛንታ።
መምህር ልበይ ተነኺኡ ኣዝያ ማሃሪትን ኡዋናዊትን መልእኽቲ ያ
ብጣዕሚ እትምስጥ ዛንቲ ኣዘናትዋ የቀንየልና መምህር ሞኮነን::
ዋውውውውው መሳቲ ዛንታ ብድሕሩእይ ካ እንታይ ኮነ ኣብ መወዳእታ ኣብ ጠልጠል ኮ ገዲፍካና ኮ
ብጣዕሚ መሳጢት ዛንታ ኣምቢዓትኒ
I'm crying 😢 😭 sedetana yehterelna ahwateyy
እናኽሰምዓ ተንብዓኒ ዛንታ። ዓደይን ኣደይ ካብዚ ዘፍሊ ዛንታ እንታይ ክህልዋም ኢሉ!።
Wow quel histoire very intéressant informations 😢❤
Aziya sehabit gin kea really story ymesl zegatm Wen eyu thank you for sharing keep it up❤❤❤
እዋይ ብጣዕሚ ደስ ዝበለን ዘሕዝን ዘስቆርቆርን ዛንታትን እያ ብጣዕሚ ንፍዖ የቀንየልና ዝሐወይ ቀፀሎ ኩሉግዜ እተቅርቦ ብጣዕሚ'ዩ ፀብቅ ወዲ ሐላል መሬት ቀጸሎ ንስራሕን ትምህርት ንቅድሚት ንስጕም ተጠርኒፍና ደቅ ዓደይ መዓረይ የቀንየልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Btaemi nebska tefetish zanta thanks memhir mekonen tesfay
ብጣዕሚ ማ ሃሪት ያ ምክንያት ደሊና ንዘይንረኽቦም ወለድና ቅድምያ ክንህቦም ኣለና
Bro thanks 🙏🙏🙏😍😍😍 aytitfana amxalna da kemzs ❤💙❤💙❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ስደት ስዲ እባ ሰድእድና ባህሊና ናፍቀዮ ኣነ ሲ ኣብዚ ስደት ከና ኪኣ ኪንባላዕ ንዉዕል ኪንቃተል ንዉዕል ነንሕድና 😥😥💔💔የሕዋተይ በጃኩም እቲ ዘዕበና ባህሊ ኣንረስዕ ንተሓላለ 🙏🙏🙏ሓወይ ርእሰይ ሃርምካኒ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ቀፅሎ ብሩከይ👇👇👇👇👇👇👇👇ብድሕሪ ኣደካ ዓለም ፀልማት እየንዓይ ፀልማት እየ ዓለም ብድሕሪኣደይ ካብ ዚርድኣኒ ኣደይ እናበልኩእነብር ኣለኩ ኣደ ዝከነት ክረኪብ ከለኩወላዲተይ እየ ትመጻኒ ኣብ ሕልመይ ትማላለሰኒ ወላ ድኣ ንወላዲተይ ኣይፍለጣ ድኣ እንበር ኣደ ከይ ርኣኪዋ ምዕባይ ኩርኻሕ እዩዝነብሮ ዘለኩ💔💔💔💔😥😥😥☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️እቶም ኣደታትኩም ኣብ ልዕሊ ምድሪ ዘለዋእግዝኣብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን የሃበንሕቅፎ ኣደታትኩም የራክብኩም ፈጣሪ ኣቦይስደትኩም የሕፅረልኩም🙏🙏🙏
ኣጆኪ ዝሓፍተይ እመብርሃን ከላትኪ መንም ኣይትኮንን❤
How incredibly is this thank you ❤but l can’t stop crying though oh my poor family miss you so much 😢❤❤
መደባትካ ብጣዕሚ ሰሓቢ ታሪክ ዝድህስ ስ ብሙኳኑ ምስጋና ይብጻሕካ መም መኮነን ።
ኣዚየ የመስግን መኮነን ተስፍይ: ሕሉፍና ኣዘኪሩ ስድራናን: ዘዕበዩናን: ኣተዓባብያናን ክንዝክር እሞ እጃምና ክንገብር ዘዘኻኽር ጽሑፍ ::
Amazing story, and amazing narration as well. Thanks as always.
ውውውው ብጥዕሚ መሳጢት ዛንታ ኣዝያ ማሓሪት ከሚዚ ዛታ ክትውሱኩና (ክትዉሱኩኒ ይላቦ)
ዘይውዳእ ዘለናዮ ሂወት!😢
ብጣዕሚ መሳጢት ዛንታ እህምምምምምምምምምምምምምምምም
Wawwww zegerem zanta eyu, Sedetena yehsrelena amlak Amen
ሕብረተሰብና ናፊፊቐዮ ስድራይ ናፊቐ ተመሲጠ ሰሚዐያን ብልቢ ነቢዕን።
I am very happy to you and you are doing wonderful amazing wonderful gob thanks
ፓው! ባዓል ታሪክ ኣቶ Zi ድሕሪ ነዊሕ ስደት ብ 26 ታህሳስ 2008 ንዓዱ ዝተመልሰሉ ዕለት, ሽዓ ማዓልቲ ካኣ ባዓል ንሕና ንሓድሽ ስደት ብስግረዶብ ብለይቲ በረኻ በረኻ ክንጓዓዝ ኢና ሓዲርና፣ ንሱ ብ ኣየር ይኣቱ፣ ንሕና ብእግሪ ብለይቲ ንወጽእ፣ ወይ ዛ ዓለም፣ ዎ ኣምላክ፣ ነቲ ካብ ሃገርና ዘንፈጸና ገበል ኣሊኻ, ብ ኣየር ንምለሰሉ ግዜ ኣምጽኣልና፣ 30 ዓመት ግን ኣይተደንጉየና፣
Amen Amen Amen
Great story. Keep it coming . Thank you!
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቀራርባ
ብታዕሚ ደስ ትብል ስብክቲ መሃርሪት ሃወይ አብርሃም ጅግና ርሁስ አውዳመት ይግበረልና እድመን ትናን ይሃብካ
ሄሉ ሽኮር፡ እስከ ከመይ ተረዲእኽያ
መምህር መኮነን ህዋሳትካ ትትንክፍ ዛንታ እካ ኣክሪብካልና ክሰብዓውን ዓቕሚ ዝስእነሉ ክስተታት ጸኒሑኒ
ተምብዓካ ናይ ብሓቂ።
Hluw kunetat hzbnana geteratna sdet zemxeo xegem beti kale tezentu haxarn gn bzuh melekti zelewa zanta❤❤ thankyou.
መምህር መኮነን ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ።ዓድና ክንምለስ ፈጣሪ ይሓግዘና።እምበር እዚ ዛንታስ ናይ ኩሉ ኢርትራዊ ኮይኑ ኢዩ ሕጅስ
ብተመስጦ እየ ሰሚዕያ በጃኻ ኣይትጥፋኣና ፍልይቲ ናይስ
ኣብ ባህሊ ኣቦታተይ ይግደስ የ አዛ ዛንታ ምስ ሰማዕክዋ ግን ውሽጠይ ጾር ተሰሚዑኒ መኽየ ኣብ ባይታ ዘሎ ዘይኽሓድ ሓቂ ዩ Gbu ክቡር ተራኪ !!!
Admen tinan yhabka fetari memhr Mekonen Tesfay deszbel kbur hawu eka emo qexlo.
ኣብዛ ድርሰት ንደራሲ ካብ መጥን ንላዕሊ ከመስግኖ ይደሊ።ምኽንያቱ እዛ ናይ ዘይንሳኻ ምምሳል ባህሪ ኣብ ብዙሓት ሰባት እየ ዝሪኣ።ንምታይ'ዩ ሰብ ዘይንሱ ክመስል ዝፍትን?ብጀካ ጉድኣት ከ እንታይ ጥቕሚ እዩ ዝረኽበሉ? ናተይ መልሲ እንድዒ እዩ።ብዝኾነ መኮነን ተስፋይ'ውን ብንብዓት ድኣ ሓጺብካኒ እምበር ጽቡቕ ኣቀራርባ።
ስለምንታይ'ዩ ሰብ ዘይንሱ ክመስል ዝፍትን ነዝብል ሕቶ ነብሰ ተኣማንነት ዘይምህላው'ዩ። ሕማቕ(ንዑቕ) ይንዕቀካ፡ ጓህማም ይስሕቐካ። ስለምንታይ ንኽቕድመካ ዝብል ምሳሌ ኣሎ። ብመሰረቱ ግን ምስ ሓሶት'ውን ስለዝመሳሰል፡ ስለምንታይ ሰብ ይሕሱ ነዝብል፡ ድኽመቱ ንምሽፋን፡ ተፈታውን ተፈራሕን ንምዃን ኣብ ሓሶት የኣቱ።እዚ ከዓ ናብቲ ደቂ ሎሚ "ቅልውላው መንነት"ናብ ዝሰመኹማ ኣንፈት ይወስደካ።
Uff btami tehezin zanta egzabihier sdetina yehtsrelina😭😭😭
Btaemi xbuk❤
ብጣዕሚ ማሃሪት ዛንታዓደቦኻ ክሕከኽ ከም ዘይክእል ንወለዲ ካኣ ምስ ሞቱ ዘይኮኑስ ብሂወቶም ከለዉ ክትሕብሕቦምን ዳሃዮም ክትገብርን ትቕሰብ
Sedra eti tesdlom gnzbka eyknkun zdlyu dehyka.bihwit kelwu tehgzkyom.kbka mestflyuka marbel mtskt trgm yblun.
Really true brother
ብኡነት ከም ሑሱም ነቢዐ😢ዘለናዮ ሂወት ኩሉ ቃንዛ እዩ😢
Kebret yahbelna keber hawena 🙏🙏
እዛ ዛንታ ብዘይካ ናይ ኣስማትን ገለ ናይ ምኣዝን ኣካይዳ ተዘይኮይኑ (ናይታ ዓድን ዝነብርዋ ህዝብን ኣብ ሓደ ወለዲ ስውኣት ዘጋጠመኒ ታሪኽን ተመሳሳሊ ኢዩ።)
እህምምምምም ካብዚ ከምዚ ይሰውረና፡በል ነቐልኩ ንዓደይ
መንገዲ ድሐን ይግበረልካ ፥ ሰላም ይጽናሕካ ፥ እምበር......................
ኣነ ካ ተቀንዝወኒ ጉዳይ እዚኣ እያ ይዕወት እባ ይከውን
Thanks so mach amazing story:)
Amazing 👏 story.
Btami meharit haxar zanta i wish mexhaf mulu koina tetikewun
I can't control my tear
Offff i can’t stop crying 😢😢😢
😢😢natey tark eu 😭😭😭thanks
Nay bihaki des zbil zanta 💚💚💚🙏🙏🙏
ካብተን ዘሕዘናኒን ናብ ስድራ ክድውል ዝደፋፋኣትንን ዛንታ።
The
@@hereyteydebessay8362 ዘ
I apriciate you keep it up
ነብዐ ኣብ ዓይነይ ቅጅል እልኒ ይበል ትንታነ መኮነን
ንልዕሊ 10 ሰሚዐያ 2013 /3/15 ጸላም ዕለት ኣቦይ ዝወሰደት ሕጂ ድሕሪ 11 ዓመት ኣብ መቃብሩ ክፋነዎ 😭😭😭
Very nic story thanks 🙏
😥😥😥 miss sdrana akakbo yfterelna
Eway azye temesite senihe thank
Kab Kemzi adhinena 😭😭🙏🙏
ati derho
@@habteabkesete3974 ata weteto
@@merigualkeren6510 😂😂 ati werena entay eki ab zatekiyo tatwi
@@habteabkesete3974 bi lembadina eka tidelyeni zeleka mish
@@merigualkeren6510 nski enber wenchar
Selam hawey betami zhzen zanta 😭😭😭
GBU BRO amazing truth
ዛንታ ኩሉ ኤረትራዊ እዚ ዩ 🥲🥲🥲
pro tip : you can watch series on Flixzone. Been using them for watching all kinds of movies during the lockdown.
@Alden Jamal definitely, I have been using Flixzone for years myself :D
@Alden Jamal yea, I've been using Flixzone for months myself :)
Its really touching
Lazaka sdrana azekirkana btami mesati zanta
Kebdka zgematil zanta!! Euufffff 😌😞😌
ይበል ኣቓራርባ ብጣዓሚ ካብ ሰረት ኣቦታት ላዛ ኣዛራርባ
Wellcome well done brother lionel
ዓለም ጨካን ተሃዋከ ኣለኩ ኣነ ውን ገጽ ኣቦይ ክርኢ ጾሎት ግበሩለይ እስከ ደቂ ቡሩኻት ስድራ
Btami mesati meharit zanta weledna kelewi nhabhbom
ንብዓት በቃ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ሕማቅ ዕድል ንንብዓት ተፈጢርና🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
Eway sedrana rekibemo zelewu 😭😭😭 ahhh🙏
ካብ ዘንበብክወን ደስ ትብልኒ ዛንታ🥺🥺🥺🤍❤
በጃካ''' እንታይ እያ ትብል እታ ምጽሓፍ ንገረኒ ባ
Bhaki hiwetnan hiwet welednan etgelx xhfti😥😥🙏
Ahhhhhh zelenayo hiwet euSdet sdi
maharit zanta and ahzanit
Nay bahqi meharit Zante
Aytkxln endiya meleaya❤ please 😢😢
Ahhhhhh way ane Eretrawi zrekbo atum deqi Erey bejakum sdrana nemamuq
Thanks
Uffffffff ewy nay zenbe zeysae
ልቢ ዝትንክፍ ዛንታ
😭😭😭aye sdet adi gana xelaena yseded
Waw
ብጣዕሚ ምሃሪ ዛንታ ኢዩ ኢዚ ዘርኤካ ወለዲ ልዕሊ ኩሉ ምኮኖም ኢዩ ወለድና ነክብር 🙏🙏❤️✅
ናይ ብሓቂ ነዚ ዘለናይ ትገልጽ ዛንታ ቡዙሓት ስድራቤታት ኣቦታት ኣዴታት ኣብዚ ግዜዚ ብጽሙዋ ይሳቀዩ ኣሎው ጽቡቅ ድርሰት ኣብርሃም
ሂወት ስደት እንበር ጸሊእናዮ ኣንቱም ሰባት ንብዓት እኮ ሲዕርኒ
ዝኸበርካ መምህር መኮነን ብጣዕሚ ዝትንክፍ ዛንታ
ዝምስገን ንባብ ዝምስገን ጸሓፊ 50 ዓመት ንድሕሪት
መሊሳ ኩሉ ዝዓበኹል ሩባን ጎቦን ናብራ ገጠር ኣዝስኪርካኒ። ምስጋናይ ይብጻሕኻ ።
ብታዕሚ ነዚ ዘለናዮ ግዜ ትገልጽ
ብህወት ኮለና ስድራና ንርኤ ❤❤❤
ጥበብ ማለት!!!💯🔥
ቡዝሕ ነጥብ ከተላዓዕል ትኽአል መሳጥት ዛንታ!❤
th-cam.com/video/_1vcTkEo0cw/w-d-xo.html
ዶክተር ኣብርሃም ተስፋ ልኡል፡ ጽብቕቲ ድርሰት ጽሒፍካ። መኮነን ውን ንፉዕ ኣንባቢ ኢኻ።
መኮነን ተስፋይ በቲ ኩሉ ተቅሪበልና ልብኻ ዝርስርስ ኣቀራርባኻ ከየመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን እየ ብ ዝያዳ ዝምስጠኒ ኸኣ ብዚዓባ ታሪኽ ኣቦ ሓጎታትና ማሰን መልቀስን እዮ ዕድመን ጥዐናን ይሃብካ ።
ዓባይ ትምህርቲ ንኹሉና ኤርትራውያን ብጣዕሚ ጽብቕቲ ኣቀራርባ።ቐጽሎ ይብል።
መምህር ገብርኣብ
th-cam.com/video/_1vcTkEo0cw/w-d-xo.html
@@gabezere166 th-cam.com/video/_1vcTkEo0cw/w-d-xo.html
ብጣዕሚ ዘሕዝን ታሪኽ :: ወላዲ ኣብ ርእሲ ምድሪ ከሎ ክትገብረሉ ግቡእካ ጥራይ ዘይኮነ ግዴታ ውን እዩ :: ምረቃ ወለድ ብገንዘብ ዘይትመን ሃብቲ እዩ ::
Azyu zehzen zanta😭
Memelisu brikum ysesin 🙏
ናይ ብሓቂ መሳጢት ነዚ ሎሚ ዘለናዮ ምፍልላይን ናፍቖትን ትገልጽ መሃሪት ዛንታ፡ እግዚኣብሄር ኣምላክ ምስ ስድራና ንራኸበሉ መዓልቲ ይፍጠረልና።
መቸም እንተዘይበኸኻ ትነብዕ ንብዓት ሓርገጽ ድዩ ዝብሉ ወለድና ከም ማይ ነሓሰ ጀለም ዘብል ንብዓት ተዘክሮ ምሳና ዝነብር ዘሎ ህይወት ምፍልላይን ናፍቆትን ንመምህር ሞኬ ብልቢየ ዘመስግነካ ከምዚ ዓይነት ጽሑፋት ግዜኻ ኣካዊንካ ንብዙሓት መሃሪት ብምኻና ኣዝየ የመስግነካ ንደራሲ ኣብራሃም ዘርአ ብጣዕሚ የመስግኖ ሓደ መዓልቲ እዛ መጽሓፍ ኣብ ኢደይ ክትህሉ ተስፋ ይገብር
th-cam.com/video/_1vcTkEo0cw/w-d-xo.html
ዋይ ወለድና ጸገሞም ብሞት ዩ ዝውዳእ :: ኣሕ 😭😭😭😭
ናይ ብሓቂ ዝገርምን ማሃርን ዛንታ ይበል ኣቀራርባን ሞኬ ።
Uffffff ልብካ ትትንኽፍ 😢ደስ ዝብል ኣቃራርባ 😢😢amlka sdetna yxrelna🙏🏾
ሰላም ወሰናይ መኮነን! ጽቡቅ ስራሕ እዩ! ቀጽሎ! ናብ ስደት ጠፊእና ኢና እሞ፤ ፍቃዱ ይኹን። እግዚኣብሔር ጥዕና ነፍስን ስጋን ይሃብካ።ኣባ ምሕረተኣብ ዓዲ ጣልያን
th-cam.com/video/_1vcTkEo0cw/w-d-xo.html
ዘለናዮን ወለድና ዘለውዎ ሂወትን እንዳተሳእለኒ ብዘይ ምቁራጽ ነባዕኩ።
th-cam.com/video/_1vcTkEo0cw/w-d-xo.html
Good gy Iggy
Gg ytgg go
😢
Nay behaqi 😢😢😊
ድቃስ ኣቢኒ ደጋጊመ ይሰምዓ ኣለኩ ብሓሳብ ኣብ ናይ ኣቦይ መቃብር ይከይድ ኣለኪ 😢😢😢
What a story?!!! Mekonnen, you are a great narrator and/or storyteller.
ንጹር ስእላዊ መልእክቲ እትህብ ዛንታ። ንፉዕ ጸሓፋይ ከምኡ ውን ኣንባባይ። ጉርህነትን ግሉጽበትን ወለድናን ዘለዎም ጽምዋን መከራን እትትንትን ዛንታ።
መምህር ልበይ ተነኺኡ ኣዝያ ማሃሪትን ኡዋናዊትን መልእኽቲ ያ
ብጣዕሚ እትምስጥ ዛንቲ ኣዘናትዋ የቀንየልና መምህር ሞኮነን::
ዋውውውውው መሳቲ ዛንታ ብድሕሩእይ ካ እንታይ ኮነ ኣብ መወዳእታ ኣብ ጠልጠል ኮ ገዲፍካና ኮ
ብጣዕሚ መሳጢት ዛንታ ኣምቢዓትኒ
I'm crying 😢 😭 sedetana yehterelna ahwateyy
እናኽሰምዓ ተንብዓኒ ዛንታ። ዓደይን ኣደይ ካብዚ ዘፍሊ ዛንታ እንታይ ክህልዋም ኢሉ!።
Wow quel histoire very intéressant informations 😢❤
Aziya sehabit gin kea really story ymesl zegatm Wen eyu thank you for sharing keep it up❤❤❤
እዋይ ብጣዕሚ ደስ ዝበለን ዘሕዝን ዘስቆርቆርን ዛንታትን እያ ብጣዕሚ ንፍዖ የቀንየልና ዝሐወይ ቀፀሎ ኩሉግዜ እተቅርቦ ብጣዕሚ'ዩ ፀብቅ ወዲ ሐላል መሬት ቀጸሎ ንስራሕን ትምህርት ንቅድሚት ንስጕም ተጠርኒፍና ደቅ ዓደይ መዓረይ የቀንየልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Btaemi nebska tefetish zanta thanks memhir mekonen tesfay
ብጣዕሚ ማ ሃሪት ያ ምክንያት ደሊና ንዘይንረኽቦም ወለድና ቅድምያ ክንህቦም ኣለና
Bro thanks 🙏🙏🙏😍😍😍 aytitfana amxalna da kemzs ❤💙❤💙❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ስደት ስዲ እባ ሰድእድና ባህሊና ናፍቀዮ ኣነ ሲ ኣብዚ ስደት ከና ኪኣ ኪንባላዕ ንዉዕል ኪንቃተል ንዉዕል ነንሕድና 😥😥💔💔
የሕዋተይ በጃኩም እቲ ዘዕበና ባህሊ ኣንረስዕ ንተሓላለ 🙏🙏🙏
ሓወይ ርእሰይ ሃርምካኒ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ቀፅሎ ብሩከይ
👇👇👇👇👇👇👇👇
ብድሕሪ ኣደካ ዓለም ፀልማት እየ
ንዓይ ፀልማት እየ ዓለም ብድሕሪ
ኣደይ ካብ ዚርድኣኒ ኣደይ እናበልኩ
እነብር ኣለኩ ኣደ ዝከነት ክረኪብ ከለኩ
ወላዲተይ እየ ትመጻኒ ኣብ ሕልመይ ትማላለሰኒ ወላ ድኣ ንወላዲተይ ኣይፍለጣ ድኣ እንበር ኣደ ከይ ርኣኪዋ ምዕባይ ኩርኻሕ እዩ
ዝነብሮ ዘለኩ💔💔💔💔😥😥😥
☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️
እቶም ኣደታትኩም ኣብ ልዕሊ ምድሪ ዘለዋ
እግዝኣብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን የሃበን
ሕቅፎ ኣደታትኩም የራክብኩም ፈጣሪ ኣቦይ
ስደትኩም የሕፅረልኩም🙏🙏🙏
ኣጆኪ ዝሓፍተይ እመብርሃን ከላትኪ መንም ኣይትኮንን❤
How incredibly is this thank you ❤but l can’t stop crying though oh my poor family miss you so much 😢❤❤
መደባትካ ብጣዕሚ ሰሓቢ ታሪክ ዝድህስ ስ ብሙኳኑ ምስጋና ይብጻሕካ መም መኮነን ።
ኣዚየ የመስግን መኮነን ተስፍይ: ሕሉፍና ኣዘኪሩ ስድራናን: ዘዕበዩናን: ኣተዓባብያናን ክንዝክር እሞ እጃምና ክንገብር ዘዘኻኽር ጽሑፍ ::
Amazing story, and amazing narration as well. Thanks as always.
ውውውው ብጥዕሚ መሳጢት ዛንታ ኣዝያ ማሓሪት ከሚዚ ዛታ ክትውሱኩና (ክትዉሱኩኒ ይላቦ)
ዘይውዳእ ዘለናዮ ሂወት!😢
ብጣዕሚ መሳጢት ዛንታ
እህምምምምምምምምምምምምምምምም
Wawwww zegerem zanta eyu, Sedetena yehsrelena amlak Amen
ሕብረተሰብና ናፊፊቐዮ ስድራይ ናፊቐ ተመሲጠ ሰሚዐያን ብልቢ ነቢዕን።
I am very happy to you and you are doing wonderful amazing wonderful gob thanks
ፓው! ባዓል ታሪክ ኣቶ Zi ድሕሪ ነዊሕ ስደት ብ 26 ታህሳስ 2008 ንዓዱ ዝተመልሰሉ ዕለት, ሽዓ ማዓልቲ ካኣ ባዓል ንሕና ንሓድሽ ስደት ብስግረዶብ ብለይቲ በረኻ በረኻ ክንጓዓዝ ኢና ሓዲርና፣ ንሱ ብ ኣየር ይኣቱ፣ ንሕና ብእግሪ ብለይቲ ንወጽእ፣ ወይ ዛ ዓለም፣ ዎ ኣምላክ፣ ነቲ ካብ ሃገርና ዘንፈጸና ገበል ኣሊኻ, ብ ኣየር ንምለሰሉ ግዜ ኣምጽኣልና፣ 30 ዓመት ግን ኣይተደንጉየና፣
Amen Amen Amen
Great story. Keep it coming . Thank you!
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቀራርባ
ብታዕሚ ደስ ትብል ስብክቲ መሃርሪት ሃወይ አብርሃም ጅግና ርሁስ አውዳመት ይግበረልና እድመን ትናን ይሃብካ
ሄሉ ሽኮር፡ እስከ ከመይ ተረዲእኽያ
መምህር መኮነን ህዋሳትካ ትትንክፍ ዛንታ
እካ ኣክሪብካልና ክሰብዓውን ዓቕሚ ዝስእነሉ
ክስተታት ጸኒሑኒ
ተምብዓካ ናይ ብሓቂ።
Hluw kunetat hzbnana geteratna sdet zemxeo xegem beti kale tezentu haxarn gn bzuh melekti zelewa zanta❤❤ thankyou.
መምህር መኮነን ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ።ዓድና ክንምለስ ፈጣሪ ይሓግዘና።እምበር እዚ ዛንታስ ናይ ኩሉ ኢርትራዊ ኮይኑ ኢዩ ሕጅስ
ብተመስጦ እየ ሰሚዕያ በጃኻ ኣይትጥፋኣና ፍልይቲ ናይስ
ኣብ ባህሊ ኣቦታተይ ይግደስ የ አዛ ዛንታ ምስ ሰማዕክዋ ግን ውሽጠይ ጾር ተሰሚዑኒ መኽየ ኣብ ባይታ ዘሎ ዘይኽሓድ ሓቂ ዩ Gbu ክቡር ተራኪ !!!
Admen tinan yhabka fetari memhr Mekonen Tesfay deszbel kbur hawu eka emo qexlo.
ኣብዛ ድርሰት ንደራሲ ካብ መጥን ንላዕሊ ከመስግኖ ይደሊ።
ምኽንያቱ እዛ ናይ ዘይንሳኻ ምምሳል ባህሪ
ኣብ ብዙሓት ሰባት እየ ዝሪኣ።
ንምታይ'ዩ ሰብ ዘይንሱ ክመስል ዝፍትን?
ብጀካ ጉድኣት ከ እንታይ ጥቕሚ እዩ
ዝረኽበሉ?
ናተይ መልሲ እንድዒ እዩ።
ብዝኾነ መኮነን ተስፋይ'ውን ብንብዓት ድኣ
ሓጺብካኒ እምበር ጽቡቕ ኣቀራርባ።
ስለምንታይ'ዩ ሰብ ዘይንሱ ክመስል ዝፍትን ነዝብል ሕቶ ነብሰ ተኣማንነት ዘይምህላው'ዩ። ሕማቕ(ንዑቕ) ይንዕቀካ፡ ጓህማም ይስሕቐካ። ስለምንታይ ንኽቕድመካ ዝብል ምሳሌ ኣሎ። ብመሰረቱ ግን ምስ ሓሶት'ውን ስለዝመሳሰል፡ ስለምንታይ ሰብ ይሕሱ ነዝብል፡ ድኽመቱ ንምሽፋን፡ ተፈታውን ተፈራሕን ንምዃን ኣብ ሓሶት የኣቱ።እዚ ከዓ ናብቲ ደቂ ሎሚ "ቅልውላው መንነት"ናብ ዝሰመኹማ ኣንፈት ይወስደካ።
Uff btami tehezin zanta egzabihier sdetina yehtsrelina😭😭😭
Btaemi xbuk❤
ብጣዕሚ ማሃሪት ዛንታ
ዓደቦኻ ክሕከኽ ከም ዘይክእል
ንወለዲ ካኣ ምስ ሞቱ ዘይኮኑስ ብሂወቶም ከለዉ ክትሕብሕቦምን
ዳሃዮም ክትገብርን ትቕሰብ
Sedra eti tesdlom gnzbka eyknkun zdlyu dehyka.bihwit kelwu tehgzkyom.kbka mestflyuka marbel mtskt trgm yblun.
Really true brother
ብኡነት ከም ሑሱም ነቢዐ😢
ዘለናዮ ሂወት ኩሉ ቃንዛ እዩ😢
Kebret yahbelna keber hawena 🙏🙏
እዛ ዛንታ ብዘይካ ናይ ኣስማትን ገለ ናይ ምኣዝን ኣካይዳ ተዘይኮይኑ (ናይታ ዓድን ዝነብርዋ ህዝብን ኣብ ሓደ ወለዲ ስውኣት ዘጋጠመኒ ታሪኽን ተመሳሳሊ ኢዩ።)
እህምምምምም ካብዚ ከምዚ ይሰውረና፡በል ነቐልኩ ንዓደይ
መንገዲ ድሐን ይግበረልካ ፥ ሰላም ይጽናሕካ ፥ እምበር......................
th-cam.com/video/_1vcTkEo0cw/w-d-xo.html
ኣነ ካ ተቀንዝወኒ ጉዳይ እዚኣ እያ ይዕወት እባ ይከውን
Thanks so mach amazing story:)
Amazing 👏 story.
Btami meharit haxar zanta i wish mexhaf mulu koina tetikewun
I can't control my tear
th-cam.com/video/_1vcTkEo0cw/w-d-xo.html
Offff i can’t stop crying 😢😢😢
😢😢natey tark eu 😭😭😭thanks
Nay bihaki des zbil zanta 💚💚💚🙏🙏🙏
ካብተን ዘሕዘናኒን ናብ ስድራ ክድውል ዝደፋፋኣትንን ዛንታ።
The
@@hereyteydebessay8362 ዘ
I apriciate you keep it up
ነብዐ ኣብ ዓይነይ ቅጅል እልኒ ይበል ትንታነ መኮነን
ንልዕሊ 10 ሰሚዐያ 2013 /3/15 ጸላም ዕለት ኣቦይ ዝወሰደት ሕጂ ድሕሪ 11 ዓመት ኣብ መቃብሩ ክፋነዎ 😭😭😭
Very nic story thanks 🙏
😥😥😥 miss sdrana akakbo yfterelna
Eway azye temesite senihe thank
Kab Kemzi adhinena 😭😭🙏🙏
ati derho
@@habteabkesete3974 ata weteto
@@merigualkeren6510 😂😂 ati werena entay eki ab zatekiyo tatwi
@@habteabkesete3974 bi lembadina eka tidelyeni zeleka mish
@@merigualkeren6510 nski enber wenchar
Selam hawey betami zhzen zanta 😭😭😭
GBU BRO amazing truth
ዛንታ ኩሉ ኤረትራዊ እዚ ዩ 🥲🥲🥲
pro tip : you can watch series on Flixzone. Been using them for watching all kinds of movies during the lockdown.
@Alden Jamal definitely, I have been using Flixzone for years myself :D
@Alden Jamal yea, I've been using Flixzone for months myself :)
Its really touching
Lazaka sdrana azekirkana btami mesati zanta
Kebdka zgematil zanta!! Euufffff 😌😞😌
ይበል ኣቓራርባ ብጣዓሚ ካብ ሰረት ኣቦታት ላዛ ኣዛራርባ
Wellcome well done brother lionel
ዓለም ጨካን ተሃዋከ ኣለኩ ኣነ ውን ገጽ ኣቦይ ክርኢ ጾሎት ግበሩለይ እስከ ደቂ ቡሩኻት ስድራ
Btami mesati meharit zanta weledna kelewi nhabhbom
ንብዓት በቃ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ሕማቅ ዕድል ንንብዓት ተፈጢርና🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
Eway sedrana rekibemo zelewu 😭😭😭 ahhh🙏
ካብ ዘንበብክወን ደስ ትብልኒ ዛንታ🥺🥺🥺🤍❤
በጃካ''' እንታይ እያ ትብል እታ ምጽሓፍ ንገረኒ ባ
Bhaki hiwetnan hiwet welednan etgelx xhfti😥😥🙏
Ahhhhhh zelenayo hiwet eu
Sdet sdi