EMNA "ጀነራል ሓድሽ ኤፍሬም፡ ካብ ሳሕል ክሳብ ሕጂ ናብርኡን ባህሪኡን ዘይቀየረ ተጋዳላይ'ዩ" ERITREAN HISTORY AND CULTURE
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 25 ส.ค. 2024
- EMNA "ጀነራል ሓድሽ ኤፍሬም፡ ካብ ሳሕል ክሳብ ሕጂ ናብርኡን ባህሪኡን ዘይቀየረ ተጋዳላይ'ዩ" ERITREAN HISTORY AND CULTURE
Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
#EMNA #Eritrea #Eritrean_news
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ደቂ ሓላል መሬት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 💪💪💪💪💪
I love your program. I like the history maker individuals, their humble approach with their organic history. Long life to all Eritrean freedom fighters & the leadership.
Victory to the Mass!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ተጋዳላይ ማዳ ህዝቢ!
አንታ ኤፍሬም ቦጣዕሚጽቡቅ ተዘክሮ ታሪኽ ገድል ገድላዊ ሂወትን ይቀርብን ይስነድን አሎ ጽቡቅ ስራሕ እዩ።
ሐደ ሐደ ግዜ ክአ ታሪኽ ዋርሳይንሐፋሽ ውድባትን ክአ አቅርበልና❤❤❤❤❤❤❤
ጀጋኑ ሓርበኛታት ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም የቀንየልና።
Thanks efrem gidde for providing this wonderful and informative programme as usual!!! 👍 🇪🇷✌️🇪🇷✌️🇪🇷✌️
ዕድሜኻ ሙሉእ ትጋደል ምሰ ጀነራል ሓድሽ ኤፍሬም ተባዕ ጀግና መድሕን ሃገር አብ ክ/ሰ 19 ምስኡ እየ ነረ
አያታትና ዘይትድገሙ ሰድራና ስድራ ኤሪትራ ክበሩልና ሰለ ኩሉ ዝደከምኩሙላ ነዛ ሐላል መሪት ነመስግን እዝውን ታሪክና እዮ ኢፊ ሐውና ብዙሕ ነክንማሀር ሰለ ዝገበርካና ነመስግን ብርዕካ ይሰሰን።🇪🇷🇪🇷
@@edenpazom9452 ወሽላኽ ጥሪት ህግደፍ አያታትካ ኢራኢሮ ተዳጊኖም ነዚዖም ህዝብና ደጽንቱ ዘለው ጊላታት ኢሳያስ ተመን ወዲ ተምቤን ተሰከምቲ ባንዴራ ኢትዮጵያ ድማ ከም ሰብ ሓሲብናዮም ገልዳማት 🖕
@@mesfinabraham6412 ሕብቲ ኤሪትራዊት እየ ብመግስተይን ሰራዊተይን ህዝበይን ሕብቲ እየ አይትገረም ጥሪት ሕዋሓት እዮ ዘፊንፊነኒ ካብ ፊልጠት ነጻ ሙካንካ አነጺርካለይ ሀመማ ዚዝ አይትበል አብ እስኪሪን ክትልፊልፊ ትክእል ንሽዕብያ ምትካፊ የለን ።አለና ደቂ ሻዕብያ ኢሱ ዓይነይ ወዲ ኤሪትራዊት ማህጸን እዮ ንኤሪትራ ተቃሊሱ ይቃለሰላ አሎ ዋሓጦ ንሕናን ንሱን ዝትክፊና የለን ተኪኢልካ ተማሀር።
Jeganu Jeganu Eritreans there's no enough words to describe you. ❤❤❤❤
Efrem Gide ,your program is nice, you have to continue, to tell the history of Eritrean struggle for independence, add also the the herosim done by national service ,and Eritrean tribes. GOD BLESS YOU, God bless our lovely country ❤
GENERAL Hedishi Eferom, he was
My father in national service
I am 4th national service, in 1997 head office in Asab . He was a hero ,His behavior is very amazing ,I admire him in general. He is the father of all arm's .
Thanks for sharing ❤
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ዓወት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር
❤አርካናት ተጋደልቲ ኣቦታትና ንበሩልና ብሳላኩም ኤና እንተንፍስ ዘለና ኤረትርያ ንዘልአለም ተክቤርን ተሐፊራን ክትንብር እያ
Our heroes 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🥰
ረሻኒ መንኤሰያት አብ ቀዳማይ ወራር 15,,ረሺኑ
አብ ካላኣይ ወራር 2,,,,ኪልተ ሰባት
ኣብ ሳልሳይ ወራር1 18 ,,,ረሺኑ ኩሎም ግንባር ዓሰብ ኢዮም😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
መጀመርያ እዛ ዘይትጠቅም ሐሶትካ እንታይ ክትልውጠልካ ሐሲብካያ ኢኻ ጽሒፉካያ ቀዳማይ ወራርሲ አብ ዓሰብ ክርሽን አይኮነን ነቲ ሰራዊት ክጥርንፉዎ ኸማን እቲ ኩናት ግዜ ዝህብ አይነበረን ካላአይ ወራር ዝበልካዬ ኽአ ብኸበሳ እምበር አብ ግንባር ዓሰብ ኩናት ዝባሃል አይነበረን ናይ ሳዓት ዘይትኸውን ጦርቋሽ ኩናት ኔራ ንሕና ዝነበርናላ ቦታ ጸጋማይ ግንባር ኔራ ሳልሳይ ወራር ክአ 18 ረሺኑ ትብልሲ ካበየነይቲ ብርጌድ እዬም ተረሺኖም ሐድሽ ኤፉሬም ንዓይ አዛዚ ክፉለሰራዊተይ እዩ ኔሩ ነዞም ኩሎም ረሺንዎም ትብሎም ዘለኻ ሐሶትን ሸም ምጽላምን እዩ እቲ ጸገም ካባኻ ፖሎቲካ ሰሪሕካ ማለት እዩ ድኽምቲ ርእሲ ጸለመ እምበር ክትምህር ዓቅማ ድሩት እዩ።
ታሪኽ ገድሊ ኤርትራ ንምስናድ ናብ ወለዶታት ንምምሕልላፍ ጀጋኑና ከይከዱ ከለዉ ክትስንድዎ ቸጓየዩ❤❤❤🎉🎉
Huxubat meanta deki Erey edmen tenan yhabkum zelalemawi zkri nsemaetatna ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
Thank you Effrem for an excellent history of Eritrea.
ኤርትራውያን ገበርቲ ቅያ ❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
መትከላውያን ደቂ ህዝቢ ኤርትራ ንዓኩም ሒዛ እንታይ ከይትኸውን ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ❤❤❤❤❤❤❤
@@EPLFVISION1962 * አየ'ወ ሳላ ዚዓቶም ደናቁር ጥሪት ወዲ መድህን በራድ አህዎቶም ቀቲሎም ባንዴራ ኢትዮጵያ ተሰኪሞም ተደሚርና ዝበሉ ወሽላኻት ሃገር ረሚሶማ በህግደፍ ዝሓሰረ መንነት ሂዝና ተሪፍና !😂
@@mesfinabraham6412መስፍን ኣብርሃም ጉሓፍ ናይ ታሪኽ ሓተላ እንታይ ይምልከተካ ብዛዕባ ኤርትራን ገድላን ኪድ ብዛዕባ ኢትዮፕያኻን እዛ ጋዕጋዕ ትግራይካን ግበር ቆንዳፍ ዓጋመ
@@kahsaizeinu2664 * ኣያታተይ ትብሎም ጀነራላት ህግደፍ ባንዴራ ኢትዮጵያ ተሰኪሞም ንኣኻ ወዲ ኣባት ጦር አደቦኻ አብጺሖም ተደሚርና ዝበልኩም ጓሓፋት እስኻትኩም'ባ አበይ ይብጻሓኩም ኤርትራዊነት 😂😂 ወያነ ወያነ ዘብለኩም ባእሉ ዓጋመ ኢሳያስ ወዲ ተምቤን'ዩ 😀 ወሽላኽ
Mesfinabrham you 🙈 what are you doing in Eritrean hero channel. You are always in Eritrean channels👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👹👹👹👹👹👹👹lekbat👺👺😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷share, share this is part of our history ❤
ጀጋንና ዕዲመን ጥዕናን የሃብኩም ከም ኦ ዉን እፉረም ግደ ኣምበሳ ነዓካ ዉን ዕዲመን ጥዕናን የሃብካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you for sharing ♥️ 🇪🇷
❤❤❤❤Efrem thank you❤❤❤❤
Rstom Tewelde and Mesfin 🙏🏻 EDMiEN TiENAN 🙏🏻🇪🇷🙏🏻 YiMNEYELKUM
ወዲ ዓንደ ናይ በሓቂ ለዋህ ሓላል ሰብ እዩ ባህሩኡ ዘይቅይር ኣነ ክሳብ ዝፈለጥክዎ ኣብ ናይ ከተማ ወተሃደር እዩ ብልቢ ቅኑዕ ሓቀኛ ዘይምኩለ ለዋህ ሓላል እዩ እሞ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ወዲ ዓንዲ ምንችቤ፡
Good job EMNA
❤❤❤❤
ARADOM SAGUAUU eyou DEBESAY BRHANE EYOU QENDi SHiMU
Jeganu harbenatt abutati egzabher amlak edmen tenan yhabukum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤
EMNA ENTERTAINMENT ከመይ ትኾኑ ብመጀመርታ በዚ አገዳሲ ዝኾነ ናይ አያታትናን አሕዋትናን ክድገም ዘይክእል ጀግንነት ምስዝፈጸሙ ሕሉፍ ታሪኮም ንኽንፈልጥ ብምግባርኩም ከመስግነኩም ይደሊ ቀጽሉሉ ሓደራ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
Welcome deki Eria jeganu
Thank you Efrem God bless wedi ER jigna Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾
❤🎉❤🎉keep Going my brother good job ❤🎉like 👍 ❤🎉
ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምእንቲ ነዚ ወርቃዊ ታሪኽ ክተዘንትውለና ምእንቲ።
Welcome back EMNA & Efrime Giddy
👍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይበሓቂ ዘይምኖ ዝክርታት ገድሊ እዩ ናይ ኣቦና ወዲ ዓንደ ብጣዕሚ እዩ ዘገርም ሰባት ከይንብለኩም ናይ ሰብ ባህሪ ዝሓለፍኩም ወዲ ኣዳም ክገብሮ ዘይክእል መስተንክር ኢኩም ሰሪህኩም ወለድና ሳላኩም ሃገር ወኒና ኮሪዕናን ተሓቢናን ንነብር ኣለና ጀጋኑ ኣቦታተይ ነቶም ብሂወት ዘለኩም አግዛብሄር ምሉእ ጥዕናን ዕድመን የሃብኩም ንሰማእታትና ከኣ እግዛብሄር ኣብ ሕቅፎ ኣብረሃምን፡ ኢሳቅን የንብረልና ሃገርና ምደሞምን የዕጽምቶምን ጠጢዓ ትነብር ኣላ እሞ ዝከበርካ ጋዜጠና ኤፍሬም ከኣ ብሓቂ ንእትገብሮ ስራሕ ክብረት የሃበልና ቀጽሎ በጃካ ንዝተተፊ ከምዚ ጌርካ ኣምጻልና። ወትሩ ዓወት ምሓፋሽ😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊
ዘይድገሙ ጀጋኑና ኤፋር ናይቲ ሐኪም መጥባሕቲ አብ ሜዳ ብድፍረት ዝገበረ ጅግና 2ይ ክፍል ንጽበ አሎና
ምድያ ኤረትያዋን🎉🎉🇪🇷🇪🇷❤️🎉🇪🇷❤️❤️ ትበር ንዘለአለም
ጀጋኑ ተጋደልትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏ኣዘንትዉልና እዞም ብሂወት ዘለኹም 🇪🇷🇪🇷❤️❤️✊️
@@nebu5224 ንሰላሳ ዓመት ደዘንተውዎ ሖሶትን ፈኸራን ብግብሪ ሪዒናዮም ባንዴራ ኢትዮጵያ ተሰኪሞም ተደሚርና ክብሉ ብፍላይ እዚ ሃጻቢ ባዞ ናይ ኢሳያስ ተመን ወዲ ተምቤን ዝነበረ ጀነራል ቁልቁል ምድማር ኪኢሉ ኢሎም ጀነራል መኣረግ ዝወሰደ ደንቆሮ ጊላ ዓጋመ'ዩ 💀 ወሽላኻት
@@mesfinabraham6412 kab tserfi rikhqna🤔 B-Hasab ZeynWkes?? ⏰📚✍🏾🐪
Etom ..Wedi tenben ZbLu zneberu kea👩🏽💻..BeAEalom deqi - tenbenin gondern tseniHom🤝 kab Aealetawnet rihiqNa nwekes⏰
@@Hzbawit አሌታዊነት ዘይኮነ ሕቶ ናይ ዜግነት'ዩ * እዚ ወዲ መድህን በራድ ዜግነት ኤርትራ ዘይብሉ ስለዝኾነ ✅
@@mesfinabraham6412 kemten kalot hagerat AealeMna… Eritrea’wn Zegnet AeaDila ‘ya ..
Silezi Hiji’wn’ta B-DonGola hasab nerhQa🤝🐪
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏👍👍👍👍
❤❤❤
Hadish efrem hade kabtom andi hako hzbawi gnbar nerun alon ,adme tanan yhabo.nkulom tgadelti sga haji halklek zblu zelwu.abi msgana Ngazetena ka ybsahka ,keslo jegna👏👏,eritrea bdeka tray eya tkber.
Futura zghebruwo ilka zeyhseb QYA iyu fetsimu, TEGADALAI. Alena salakum gegannu deki HZBAWI GMBAR. 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘❤️❤️🙏🙏🙏🙏
ዘይድገም ሓቂ ዘይመስል ታሪኽ ኣያታትናን ኣሕዋትን
ብጻዕቂ ክድፋኣሉ ዘለዎ ብፍላይ ነቶም ነኣሽቱን ደቅናን ጠቃሚ ኢዩ ኢለ ይኣምን ኤፍሬም
❤❤🎉🎉🎉
ታሪክ ገድሊ ኤረትራ ንምስናድ ትገብሮ ዘለካ ብጣሚ ዘሕጉስ እዩ እዚ ንእሽቶ ወሎዶ ክመሃረሉ ታሪክ ተጋዳላይ ንክፈልጥ ዓቢ ድሪኪት እዮ ኣጆካ ኣበርቲዕካ ቀጽሎ ።❤
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏽👍🏽👍🏽
Admen tanan yhabom fetariy❤
Thank you Ephrem 💕
Sened Tarikhna Meazn WaltaNa ⏰👁️📚✍🏾💃🕺🏽🐪❤️🚵🏾
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጅግና ጀነራል ሐድሽ እፍሬም ንርእሲ ናይ ወያነ ስብሓት ነጋ ኣብ ቦጎታት ቴንቤን ዝማረከ ተባዓ ተጋዳይ ሻዕቢያ እዩ።1962🇪🇷
💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
Thank you Ephrem 🇪🇷 please like, share, comments subscribe
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉💚💚🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Waw nice 💪🏻👌🇪🇷❤️ Eritrea kubur mennet
Selam..deki. erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷
Wellcome❤❤❤
Welcome back
Admen tanhan yankum amlak 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪✊✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾
ጀጋኑ መራሕትና
ጅጋኑ ኣቦታትና ክብሪ ይብጻሓዮም
Jeganu deqi erey xaeda kemu ewun thanks nezu jgna geganu General zeqrebkumlna❤
Nkeltsekum atseghimuni, ksab hgi 2024 tqalesu mhntana. ❤❤❤❤❤
ናይ ብርጋደር / ጀ ሓዲሽ ኤፍሬም ሓቂ እዩ ኣብ 5, 25 መራሒ ክፍለ ሰራዊተይ እዩ ኔሩ ፡ ኣውዳኣመት ገዝኡ ኣይከይድ ጎቦ ተደየብካ ጎቦ ይድይብ ፡ ንኹሉ ብማዕረ ዝጥምት ፡ ቃላት የብለይን ክገልጾ ፡ ሳላ በዓል ወዲ ኤፍሬም እያ ሃገር ደው ኢላ ዘላ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ።
Merheba deki Erey maarey, enkoa natey konkum . Wexe maet ekum, enkoa elaka
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@@haqiwalatmrer7739 ጋህ የብሎም እዞም ተሰከምቲ ባንዴራ ኢትዮጵያ ቐተልቲ ኣህዎቶም ደናቁር ጥሪት ኢሳያስ ዓጋመ
Mesfinabrham you are Buda 👿 do not come here wayena servant👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👹👺👹👺👹👺👹👎🏽👎🏽🙈
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
❤🐪❤🐪❤🐪❤🐪❤🐪❤🐪❤🐪❤🐪❤🐪❤🐪❤🐪❤🐪
Tegadeliti Sabia ahbema❤kulusalasabia🇪🇷🙏✅❤️✊🌺🙏✊❤️🇪🇷✅
Welcome my Hero ❤🎉 🇪🇷 jigna
I really like 👍 him Halafiyey neru ezi jigna...❤❤❤General Hadsh Efrem....
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏
" ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ዶ በሉ !! እንታይ ኢዩ በጃኹም እቲ ወዲ ኤፍሬምሲ ፍሉይ ኣርሓ ዝኸውን በጃኹም ??
እቲ ተገሊጽ ዘሎ ባህሪ ከምዘለዋ ኮይኑ።ልዕሊ ኩሉ ግን ንኣብ ትሕቲኡ ንዝእለዩ ኣባላት ፍትሓውን ሚዛናውን ምኻኑ ካብቲ ብታሕተዋት ኣባላቱ ኣዝዩ ዝፍተወሉ ባህርያት እዩ።እዞም ብጽት ቅኑዓት ስለ ዝኾኑ ንዚ ፍትሓዊ ጅግና ብሂወት ከሎ ኣበርክኡ ምዝንታዎም ክብረት ይሃብኩም።❤❤
ኣብቲ ጀግንነት ዝበልካዮ ሕቶ የብለየን ፣ ፍትሓዊ ዝብልካዮ ግና ጥቃ ፍትሒ ኣይቀርብን እንዳ 491 ዝነብረ ሰብ ሕተት ብፍላይ ኣዋልድ መን ምኮኑ ክትፈልጥ
ጀነራል ሓድሽ ኤፍሬም❤፡ጎይታ ውቃው 1984፡ጎይታ ናደው1988፡ ጎይታ ኣሱሳ1989፡ጎይታ ስጋለት1990፡ጎይታ ግንባር ቡሬ2000፡ጎይታ ሞቃድሾ2011፡ጎይታ ተንቤን2022። ቅድሚ ናጽነት ኣዛዚ ብርጌድ ንሓመዱ እታ ዝሓየለት ብርጌድ ብርጌድ20) ድሕሪ ናጽነት ኣዛዚ ክፍለሰራዊት19 ኣዛዚ 525 ኣዛዚ ተወርዋሪ እዚ ኣዛዚ ማእከላይ እዝን፡ሓድሽ ኤፍሬም እቲ ዘይጽዓድ ጀነራል🦁💪
ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም አምላክ
ገዳይም ጀጋኑ ሰብ ቅያ ተጋደልትና።
ጋዜጠኛ ኤፍሬም ግደ ታሪኮም በርብር ኢካ ቀጽሉ ኢካ።
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
Dr haile muhuxn
Dr fqadu
Dr lainesh
tera ab hkmna ab media bhafesha ka hade mealti Amxalna
You are write please bring these people Ephrem
❤❤❤❤❤❤
Sledkonus nkulu fetene teqene srhi kota kulu tetsbo berenu ket abiloma hager edmen tena yhabom fetari🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪🏾💪🏾💪🏾
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️.
ብስተክኣለ መጠን ሓድሽ ኤፍሬም ኣብ interviw ክመጽእ ኣሎዎ ሰብ ብሂወቱ ከሎ እንተዘይ ተራእዩ ታሪኽ ጥራሕ ትርጉም የብሉን why እዩ ጅግና ሓድሽ እፍሬም ብሂወቱ ከሎ ጠፊኡ
❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷
🙏🙏❤️🇪🇷
Aye jignnet kbrn mogosn msganan ntegadltib warsayn hzbawi gnber zelalemawi zkrn kbrn nswatna❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Welcome jigan❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Jeganuna zelialem yizekeru
Awet bhafash
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Selam kuber hawna Efram tekrbo medeb xbuk koinu gen seb nebari aykonenn bflay seb serahti tarik beakal tarikom tetsndo xbuk neiru
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷