መንእሰያት ክረግፉ ዝተጀመረ ኩናት ባድመን ሕቡእ ምስጢራቱን

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 1K

  • @azebogubamichael7082
    @azebogubamichael7082 2 ปีที่แล้ว +16

    እዋይ ኣዘኻኺርካኒ ሂወት ወትሃደር ትእዛዝ ሓላፌኻ ኣኽብር ኢዩ ።እዚ ትገልጾ ዘለኻ ኣብ ሓቀኛ ዛንታ ዝተሞርኮሰ ስለ ዝኾነ ሰሚዕካ ዝሕለፍ ጥራይ ኣይኮነን ብግቡእ ክስነድ ብትሕትና ክምሕጸነኩም እፈቱ።
    ምኽንያታ ተሓተትቲ ክኾኑ ኣለዎም ብግቡእ😍🤩❤️👌👍ቀጽልዎ።

  • @sinnithm.6972
    @sinnithm.6972 3 ปีที่แล้ว +31

    ክንጻባጸብ ኢና ናይ ጊዜ ሕቶ ጥራይ ዩ ኣብ መጽሓፍ ከምዘላታ ጻሓፋ ቡሩከይ ጅግና ናይ ምዝካር ክእለትካ ኣድኒቀዮ ስለ ዝነበርክዎ!!!!

  • @habtomgrmay8631
    @habtomgrmay8631 3 ปีที่แล้ว +14

    ሰምዕካ ዘይትጽግብ ጽብቅ ታሪኽ
    ቀጽልዎ ኣጀኩም ብጣዓሚ ኣድንቀኩም ጀጋኑ፡

  • @belewkelew1956
    @belewkelew1956 3 ปีที่แล้ว +83

    መርገም ናይዞም ዝተረሽኑ የሕዋትና'ዩ ኮለል ዘብለና ዘሎ😔

  • @user-xi6jt1cv6g
    @user-xi6jt1cv6g 3 ปีที่แล้ว +191

    ፍናን ሓወይ ከምዚ ሕሉፍ ኣሰቃቂ ትንግርቲ ዘለዎም ሰባት ብቪድዮ ክዛረቡ ክኽእሉ ኣለዎም። ምኽንያቱ ንመብዛሕትኡ ሰብ ከም ሕክያ እዩ ዝመስሎ።
    እዚ ውልቃዊ ርድኢተይ እዩ።

    • @user-cs8fb4fk5c
      @user-cs8fb4fk5c 3 ปีที่แล้ว +2

      people make happy hahaha ኣይትጋገ ዘኣርከይ

    • @visionhomeschoolingfamily
      @visionhomeschoolingfamily 3 ปีที่แล้ว +7

      Ata hawey eritrawi u haki u kebieu zikefie win alo ab zeben higdef

    • @anghesommehari5712
      @anghesommehari5712 3 ปีที่แล้ว +8

      people make happy ኣንታ ከመይ ዝበሉኻ ድርባይ ኢኻ ቁሩብ ኣይትሐፍርን ሰባት እቲ ዘጋጠሞም እናተረኹስ ትግራዋይ ክትብል ክምስክሩሉ ዝኽእሉ መሊኦም ኣለው ንስኻ ግን ዐጢነ ስለዝኾንካ ኣብ ክምዲ ብዕድል መንእሰይ ኤርትራ ትሐዝን ትላገጽ ኣሎኻ

    • @user-ol7ff1wc5i
      @user-ol7ff1wc5i 3 ปีที่แล้ว +7

      @@Nicenice664 ኣንታ እንስሳ ሕማም ናይ ትግራዋይ ኣለካ ድዩ ዶንቆሮ ከማኻ ኣይኮኑን ተጋሩ ንህዝቦም ዘዋርዱ

    • @selyetesfalem7445
      @selyetesfalem7445 3 ปีที่แล้ว +1

      kkkkk kabey kemxialka ezi dirset eyu

  • @samsonhailemichael9834
    @samsonhailemichael9834 3 ปีที่แล้ว +57

    እወ እዚ ኩሉ ዝቦሎ ሓውና ሓቂ እዩ ኣነ ኣባል=5 ዙር ኢየ ኣነ በዚ ዓዲ ሽላሎ ሓሊፍካ ጎልጉላ ዝበሃል ጥቃ ዓዲ ቶኻሉ እየ ነረ ልክዕ ኢዩ ክንደይ ግፍዒ ተኻይዱ ኢዩ ኩሉ ኽሕተቱሉ ኢዩም እዞም ብርሃጽና ብጉልበትና ገዛ ዘስርሑ ከም በዓል ሸገግ ዋጋ ከኽፍሎም ምካኑ ክፈልጡ ኣለዋም ብሂወት ይሃልዉ ኣይሃልዉ እቲ ገዛ ኣብ ግዚኡ ክምለስ ምኻኑ ኽፈልጡ ኣለዋም ንኩሉ ግዜ ኣለዋ ኩቡር ሓወይ ስለ ኢቲ ሓቂ ምዝራብካ የመስግናካ
    በሉ ኣሕዋት ንዚ ሓሳበይ ወይ ጽሑፈይ ትሰማምዑ ላይክ ግበሩ ቻው

    • @asme3436
      @asme3436 3 ปีที่แล้ว

      ጉልጉላ ስግር ማይ ቁቃሕ ንጉልጉላ ዘውርድ ተርተረት ነይርካ ማለት እዩ ወይ ሲ ክሳዳ ማዕሬፋይ ኢኻ ነይርካ ኣብቲ ዝባን መገዲ ንታሕታይ ሃዳሙ ዝወስድ

    • @harenitabeeritreayadeliale7760
      @harenitabeeritreayadeliale7760 3 ปีที่แล้ว

      ሸገግ ናይ 17 እንደይ

    • @mr_bean5061
      @mr_bean5061 3 ปีที่แล้ว

      Tezareb

  • @user-sx2co3oo8o
    @user-sx2co3oo8o 3 ปีที่แล้ว +203

    ከም ህግደፍ ጌሩ ንህዝቢ ኤርትራ ዝተላገጸሉ የለን ኣብ ዓለም

    • @aysrbsolomon2793
      @aysrbsolomon2793 3 ปีที่แล้ว +13

      Hegdef xere Hezbi Eritrea u

    • @gebrihiwotwoldu5121
      @gebrihiwotwoldu5121 3 ปีที่แล้ว +7

      Tkkl

    • @user-ti4vf8pp2i
      @user-ti4vf8pp2i 3 ปีที่แล้ว +5

      ህ.ግ ጸረ ህዝቢ ኤርትራ ኢዮም።

    • @samuelsuim9953
      @samuelsuim9953 3 ปีที่แล้ว +1

      ህግደፍ መልከዓን ሽማን ያ ቀይራ ከተማ ምስ ኣተወት ካብ ህዝባዊ ግንባር እንበር ህዝባዊ ግንባር ያ

  • @habteokbe5744
    @habteokbe5744 3 ปีที่แล้ว +35

    እዚ ዝትንተን ዘሎ ታሪኽ ብትኽክል ዝግለጽ ዘሎ እዩ ዝነበር ይንገርካ እዩ ህግደፍ ብመደብ ን መንእሰያት ኤሪትራ ንምጽናት ዝተገብረ ውሑሉል ስትራተጂ እዩ

  • @chimichai7066
    @chimichai7066 3 ปีที่แล้ว +67

    ክገርመኩም ሓደ ሰብኣይ ደጋፊት ህግደፍ ኣብዚ ኣላ ምሳይ ምሳይ ተጸጊዓ ክትሰምዕ ጸኒሓ ንኹሉ ትኽክል እዩ ኢላቶ ኣብ ገሊኡ ዳኣ ኣነውን ኔረ እየ ትብል እንተኾነ ግን ንህግደፍ ትድግፍ ክክክክክ ኣነስ እቶም ንህግደፍ ዝድግፉ ትሓቂ ስለ ዘይበርሃሎም እዩ ይብል ኔረ ሕጅግን እናፈለጠ ከም ዘይፈለጡ ምኻኖም ተረዲእኒ እዚ ካኣ ነብስ ፍትወትን ካብ ውሽጥኻ ምህዳምን እዩ ምኽንያቱ ውሽጥኻ ሓቂ እዩ ዝነግረካ ህግደፍ ግን ሓቂ ቀታሊቶም እያ

    • @habenarsenawi721
      @habenarsenawi721 3 ปีที่แล้ว +1

      Nay bhaki asmirela aleku 👉✊

    • @mannieberhanu3469
      @mannieberhanu3469 3 ปีที่แล้ว +4

      Brother I was the main supporter of the dictatorship till I went home and saw everything with my eyes but realized I was just following like a ship follow the sheltered and in fact an idiot and zealot shefered... no more for I know the truth and those who are still following do so for they don't want to admi admit and there are those who bent on regionalism mentality...I know I used to be one of the them...

    • @redaeghebru2559
      @redaeghebru2559 3 ปีที่แล้ว +1

      Kkkkkkk emo ke krub aytesekoron nmen ydgf kem zelo

    • @elsatedla1214
      @elsatedla1214 3 ปีที่แล้ว

      አይትጋገ አይትታሃመል ኤሮትራዊ እንተኮይንካ ሐደገኛ ሰላይ አብኩሉ እዩ ዝአቱ

  • @user-nt7ey7fd5e
    @user-nt7ey7fd5e 3 ปีที่แล้ว +53

    ንወዱ ደኣ ኣብኣ ዘየሳትፎ ወዲ ማእምን፡ መርገም ናይዚ ህዝቢ ኣብ 7 ዓልየቱ ይዉረድ እዚ ድያብሎስ።

    • @bemnettesfamariam3718
      @bemnettesfamariam3718 3 ปีที่แล้ว

      ሽውዓተ ዓሌትካ እባድኣ ሙንቁስ የብልካ ሃዳሚ

    • @user-nt7ey7fd5e
      @user-nt7ey7fd5e 3 ปีที่แล้ว +4

      @@bemnettesfamariam3718 ምህዳም ቅድሚ ሞት ትወስዶ ምርጫ ኢዩ! እንታይ ኮይኑ ህዝብና ይስደድ ኣሎ'ዶ ድኣ ከይትብሉ ሕልና ኣልቦ።

    • @tessmesetay6633
      @tessmesetay6633 3 ปีที่แล้ว +3

      @@bemnettesfamariam3718 ድሁል ድኹም ሕልና ዘይብሉ ወጽዓ ህዝብካ ዘይስማዓካ! ብጣዕሚ ኢካ ተሕዝን

    • @senayasehun8217
      @senayasehun8217 3 ปีที่แล้ว +1

      @@bemnettesfamariam3718 Tehzen ftret eka gin. I am 100% sure u r against God.

    • @nevergiveup5521
      @nevergiveup5521 3 ปีที่แล้ว

      @@bemnettesfamariam3718 abet dnqurna btaemi eka hlna albo

  • @imissyoumom238
    @imissyoumom238 3 ปีที่แล้ว +67

    ዓዉ ኢልካ ዘይበሰከዮ ሞት ሑጹይ ዓኽ እግዛቢሄር ሕጂስባ ንስኻ ፍረድ 😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @user-ju2yp6we4t
    @user-ju2yp6we4t 3 ปีที่แล้ว +43

    እዘን ዓድታት ካብ መሳፍሮ ክሳብ በተጽየን ዝሰመካየን ኪናት ከሎ ምስ ኣባሓጎይ ኮይነ ኩሉ ንሪኦ ኔርና ዝተወግኡ ዝተኣስሩ ኡይይይይ ክብሉ ክሓድሩ ወ ኣሕሕ

    • @meneyuezi1279
      @meneyuezi1279 3 ปีที่แล้ว +2

      ትኪክል ይዝከለኒ እወ ኣህህህ

    • @sameulweldehiwet3800
      @sameulweldehiwet3800 3 ปีที่แล้ว +1

      0

    • @sameulweldehiwet3800
      @sameulweldehiwet3800 3 ปีที่แล้ว

      I wonn ask you seruse caution bro with respact do no why hezbe eritrea ni woyna tefei eyi melsewomi belomi eyi gedfomo elknni hizbbe eritrea gine wggaa kefilu ni woyonna meslwommi silze aremoo ekka 24 05 2000 nayi nighoo sati 9 00 zeteswinna resekyomuu keywtkwnni beli Jegnna awte 7 zuraa suttfe melkite nayi 2 botolin so pl kebrii huboo ni hizbii eritre beltti eyomi tekefellomi

  • @pauloz7166
    @pauloz7166 3 ปีที่แล้ว +130

    ኣነ ኣባል ክ-ሰራዊት 26 እየ ኔረ። እንትርፎ እተን ናይ መጀምርያ፡ እቲ ካልእ ኩሉ ዝበሎ ኣርኪበሉ'የ። ኩሉ ድማ ሓቂ'ዩ፡ ነዚ ተራኻይ ኣዝየ'የ ዘድንቖ። ብፍላይ እቲ ዕለታት ይኹን መዓልትን ቦታታትን በብሓደ ከይረሰዐ ምሕባሩ ዝገርም'ዩ።
    እታ ናይ ተሊኒ እንዳ 17 ዝበልካያ፡ ሽዑ ኮር 271 እዮም ዝብሃሉ ኔሮም፡ ኣብ ወርሒ 05 1999 ኣብ ብርቱዕ ኲናት ኔሮም፡ ብዙሓት ድማ ብፈንጂ ካልእን ተሰዊኦም፡ ተወጊኦም፡ ኣዝዮም ተዳኺሞም ኔሮም። ናብ ከባቢ ተሊኒ ክኸዱ ከለዉ ኣብ ወርሒ 06፡ እቲ ስራሕ መናውራ'ዩ ኔሩ። ብምሸት ናብ ተሊኒ ክኣትዉ ከለዉ፡ እተን መካይን ጥርሐን እንከለዋ፡ ምሸት ስለዝኾነ ጸላኢ ብማዕዶ ኮይኑ ብዝሒ ሰራዊት ይእቱ ከምዘሎ ንምምሳል እዩ ኔሩ። እንታይ ከምዝጸዓና ስለዘይፍለጥ፡ ብብዝሒ ሰራዊት ናብ ከባቢ ተሊኒ ዝኸዱ ንምምሳል'ዩ ኔሩ። ከምኡ እንተኾይኑ ድማ፡ ጸላኢ፡ ከጥቅዕ ዘይሕሰብ'ዩ፡ ንኸይተጥቅዖ ጥራይ እዩ ምክትታል ዝገብር። እንተኾነ ግን፡ ናይ ወያነ ሃሱሳት ኣብ ህዝቢ ተሓዊሶም ይነብሩ፡ ገለ'ውን ከም ጓሳ ኮይኖም ሓበሬታ የሕልፉ ኔሮም። እዚ ሓበሬታ ስለዝረኸቡ ግዲ ኮይኖም፡ ነታ ኣብ ኲናት ዝጸንሐት ኮር 271፡ እቲ መደብ ተዛማዲ ዕረፍቲ ክትረክብ'ኳ እንተነበረ፡ ወያነ ነቶም ዝነብሩ ተረፍ፡ ብብዝሒ ደቂ ኣንስትዮ ዝነበርኦ፡ ተሳሂሎሞም። ኣዝዮም ድማ ተሃስዮም። ድሕሪኡ ናይ ክፍለ ሰራዊት 26 በራጊድ ናብቲ ቦታ ኣምሪሐን። ኲናት ድማ ካብ 26 - 29/06/1999 ተኻይዱ።
    እዚ ናይ ብዓል ፎሊና ሞልቂ ከባቢ ዝነበረ ኲናት፡ ነፈርቲ ኲናት ኢትዮጵያ ኣዝየን ታሕቲ ወሪደን፡ ዳርጋ ክላጽያና'የን ደልየን። እዚ ድማ እኹል ከቢድ ብረት ዘይምንባሩ'ዩ ዘርኢ። ብዘይቀልዓለም፡ እተን ነፈርቲ ዓንዲረናልና'የን። እተን ነፈርቲ ሰራዊት ኣብ ምሽርሻር ዝነበረን ተራ፡ ቀሊል ኣይኮነን።
    ሸገግ ናብ ባረንቱ ምኻዱ፡ እቲ ቀንዲ፡ ፊሊጶስ ናብ ስርሒት ዞባ 5 ናብ ኣስመራ ይመጽእ ስለዝነበረ ኮይኑ፡ ካብ ፊሊጶስ ንምህዳም'ዩ። ዘፍቀደሉ ዘየለ፡ ካብ ኣብ ሰረጀቓ ዝነበራ ናይ ምውፋር መካይን ጌሩ ብዘይፍቓድ ሰራዊት ሒዙ ናብ ባረንቱ ወሪዱ። ክምለስ'ዩ ዝግባእ ኔሩ፡ ምምላስ እታ ክፍለ ሰራዊት ካልኣይ ክሳራ ስለዝኾነ፡ እታ ክፍለ ሰራዊት ኣብቲ ቦታ ክትተርፍ ተጌሩ። ክፍለ ሰራዊት ነቲ ብዘይፍቓድ ዝተገብረ ናይ መኪና ጉዕዞ ክትከፍሎን ክትሽፍኖን'ዩ ተባሂሉ ኔሩ።
    ናይ ባይቶ ምምራጽ፡ እቶም ንባይቶ ዝምረጹ ሰባት ተመመዮም ክቐርቡ ከለዉ፡ እቶም ምሱኡ ክወዳደሩ እታ ክፍለ ሰራዊት ሓጽያ ዘቕረበቶም፡ ብደረጃ ብቕዓቶምን ትምህርቶምን ኣዝዮም ትሑታት እዮም ኔሮም። ብዓል ሚግ ደረጃ ትምህርቲ 4ይ ክፍሊ፡ ማይ ቦይ እውን እንተዘይተጋግየ 6 ክፍሊ እዮም ኔሮም። ኣብቲ ምሕደራ ሸገግ ኣዝዩ ዝተዓጻጸፎም እዮም ኔሮም። ኣብ 4ይ ብርጌድ ዝነበሩ መራሕቲ ብርጌድ ንፉዓት ኔሮም። እንተኾነ ግን ናብቲ ውድድር ኣይቀረቡን፡ እንተዘይተጋግየ።
    ካልእ ኣብቲ ምርጫ፡ ኣብ ክፍልታት ክፍለ ሰራዊት ዝነበረ፡ ኣብ ፊት መምረጺ ሳንዱቕ፡ ቪድዮ ካሜራ ዝቐርጽ ተዳልዩ ኔሩ። ይስእልዎ ድማ ኔሮም። እዚ ድማ ነቲ ሰራዊት ናብ ናይ ሸገግ ሳንዱቕ ጥራይ ከምዝመርጾ ኮይኑ። ሓቂ'ዩ ድማ፡ ካብ ካሜራ፡ ጥይት ይሓይሽ። ጥይት ወይ ትሃርመካ ወይ ትስሕተካ። ካሜራ ግን ደጋጊሞም ርእዮም መን ናብ ካልእ የእትዩ ርእዮም፡ ኣብታ ሓንቲ ከም መኽሰብ እንሪኣ ብፍታሕ ናብ ስድራኻ ምኻድ ክጻብኡኻ ይኽእሉ'ዮም።
    እታ ብዕለት 25 ግንቦት ወያነ ባዕለን ተመሊሰን ዝበልካየን፡ ሓደ ካብቲ ቀንዲ ምኽንያት ክፍለ ሰራዊት 26 ዝተሃስየሉ፡ ኣጋር ከቢድ ብረት (4ይ ብርጌድ) ምስ እንዳ 86 (ክፍለ ሰራዊት 13) ምስ ወጸት፡ ከይተመለሰት እዩ እቲ ኲናት ተኸፊቱ፡ ኣብ ኩሉ ዝነበረ ናይ 3ይ ወራር ምስ ወያነ፡ ብዘይ ደገፍ ናይ ከቢድ ብረት'ዩ ኔሩ። ኣብ ዕለት 25 ምሸት ምስ ኣዝለቕና፡ ብዕለት 26 ግንቦት ንግሆ ወያነ ክስዕባና ፈቲነን'የን። ናይ ክፍለ ሰራዊት 17 ኣጋር ከቢድ ብረት፡ ብተደጋጋሚ ምስ ሃረምወን፡ ንድሕሪት ተመሊሰን። እዚ ዝብለካ ዘለኹ ግን፡ በቲ ንሕና ዝነብርናዮ ከባቢ ዓዲ ዕሸን ማይ ኣልባን ማለተይ'የ። ብበዓል ዓዲ በጊዖ ከመይ ከምዝነበረ ብዙሕ ሓበሬታ የብለይን።
    ካልእ፡ 3ይ ብርጌድ ውን እንተኾነት፡ ካባና ተፈልያ እያ ኔራ፡ እንተዘይተጋግየ። ካብ በዓል ባረንቱ መጺኣ፡ ናብ ከባቢ ዓዲ በጊዖ ኣምሪሓ። ድሒራ ድማ ናብተን 2ተ በራጊድ (1ይ ን 2ይ ን ብርጌድ) ተሓዊሳ።
    ኣብታ ኦርኒክ ርእዮም ይቕንጽሉ ኔሮም ዝበልካያ ግን፡ ምናልባሽ ኣብታ ንስኻ ዝነበርካያ ደኣ ከምኡ ኔሩ ከይከውን እምበር፡ ወይ'ውን እቶም ፐርሰናላት ኣጋግዮምኻ ከይኮኑ እምበር፡ ኣነ ንባዕለይ ፐርሰናል ኔረ። ኣብታ ዝነበርክዋ ቦጦሎኒ 3 ሰብ ተቐንጺሎም። ኣብ ድፋዕ ኣነ'የ ኔረ ፐርሰናል፡ ካብ ተራ ኦርኒክ ሓሊፉ ካልእ ምሉእን ሰፊሕን ትሕዝቶ ዝሓዘ ናይ ውልቀ ሰብ ፐርሰናል ዝሓተተኒ የለን። ምናልባሽ ጌጋ ሓበሬታ ከይትኸውን ይጠራጠር።
    ብዝተረፈ ግን፡ ንስኻ ናይ ብሓቂ ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ ኣብ ክፍለ ሰራዊት 26 ኣብ ውዑይን ዝሑልን ዝነበርካን፡ ኣብ ኩሉ ዝተሳተፍካን ኢኻ። እዚ ኩሉ ዝበልካዮ ድማ ታሪኽ ክፍለ ሰራዊት 26 እዩ። ናይ ምዝካር ዓቕምኻ ኣዝዩ ዝንኣድ'ዩ።

    • @berhehagos864
      @berhehagos864 3 ปีที่แล้ว +9

      ዋውውውውው ሓደ ካብ ሓደ ዘይበላለጽ ንስኻ ውን እዚ ኢልካ ክትንትኖ ዘይትኽእል ብቕዓት ተኽእሎ ኣለካ ብጣዕሚ የመስግነካ ሰብና ንምንቕቓሕ ዛኣክል ቪድዮ ሰሪሕካ ብድምጺ ከተዘንትወልና ይላበወካ ታንክስ

    • @abitifili3597
      @abitifili3597 3 ปีที่แล้ว

      Wedi ejigu zebehale wedi may temenay abezi kefele serawite tershenu hameharu eyome sedereu

    • @huruyamanuel9470
      @huruyamanuel9470 3 ปีที่แล้ว +2

      Ayfeltkayon dika pawlo nebsi

    • @ditaasmera8816
      @ditaasmera8816 3 ปีที่แล้ว +2

      😍😍😍 Enda 4t kulu azekirkana uff

    • @user-qy7fh5kp9j
      @user-qy7fh5kp9j 3 ปีที่แล้ว +3

      ጽቡቅ ተዘክሮ ስለዘለካ ኣብ መልክዕ መጽሓፍ ከተስፍሮ ፈትን። ግን ሓንቲ ሕቶ፥መን ስዒሩ፡ ወያነ ስዒርናዮም ዲና ስዒሮምና

  • @robrahk1432
    @robrahk1432 3 ปีที่แล้ว +24

    እታ ናይ ኣባ ገብሩ መራሒ ቦጦሎኒ ዝበልካያ እቲ መጥቃዕቲ ብምኽንያት ምቕታል ኣባ ገብሩ ኣይኮነን ፈሺሉ፡እንታይ ደኣ፡ከምቲ ዝበልካዮ ኣባ ገብሩ ብዙሕ ኣዝዩ ዘሕዝንን ገበንን ፈጺሙ ኔሩ።
    1ይ/ኣብ ካልኣይ ወራር እታ ቦጦሎኒ ካብ ሰላሞ ናብ ሰንበል ከይዳ ትዋጋእ ኔራ ኣባ ገብሩ ጊን መራሒ ቦጦሎኒ ክነሱ ኣብ ሸሸቢት ኮይኑ የዋግኣ ኔሩ ማለት ልዕሊ 15 ኪሎ ሜትር ርሒቑ ኔሩ ማለት እዩ።ኣብ ኤርትራ ሓደ ደባይ ዝበሃል መራሒ ሓይሊ ጥራይ እዩ ምሉእ ኩማንዶ ኔሩ፡ነታ ቦጦሎኒ ከዋግእ ተሰዊኡ።ደባይ ቅድሚ እቲ ኩነታት ክምለስ ካብ ምክልኻል መጸዋዕታ መጽይዎ ከም ዝነበረን ኣባ ገብሩ ከም ዝሓበኦን ድሕሪ መስዋእቲ ደባይ ካብቶም ፐርሰናላት ምስጢር ወጺኡ ኣብቲ ሰራዊት ስምዒታት ፈጢሩ።
    2ይ/ኣባ ገብሩ ኣብቲ ኩነታት ንርእሲኡ ዘይነበረ ኣብቲ ናይ ምርብራብ ኣብ ከባቢ ሽላሎ ንሓደ ወዲ መንደፈራ ሃዲምካ ኢሉ ረሽንዎ።ኣብቲ ሰራዊት ድማ ርኡይ ኣብ ልዕሊ ኣባ ገብሩ ኩቱር ጽልእን ቅርሕንትን ጌሩ።
    3ይ/ይዝከረኒ ፋስካ ማዓልቲ ኔሩ።ኣብ ማይ ቆቓሕ ኣኬባ ጌርልና እቲ ዘገርም ብቐጥታ"ኣብዚ ኩናት ኩልኹም ክትመቱ ኢኹም እቲ ፍልልይ ናይ ሰዓታትን ናይ መዓልትታትን ጥራይ እዩ ፍልልይ"ምስ በለ መሓመድ ዝበሃል ወዲ እንዳገርግስ-ዓይላጉደት"ኣባ ገብሩ እንታይ ትብል ኣለኻ!"ኢሉ ነዲሩ ምስ ተዛረቦ፡ኣባ ገብሩ 'ሓፍ በል!ምስ በሎ እታ ቦጦሎኒ "እንታይ ትብል ኣለኻ ኣባ ገብሩ!ኢሉ ብሓንሳብ ሓፍ ኢላ።ኣባ ገብሩ "ተጠንቀቕ ሰጥ በል ዕረፍ ኣኼባ ተወዲኡ ኣሎ ኣኣብ ቦታኹም"ኢሉ ኣኼባ በቲንዎ፡እንበኣርከስ እቲ ሰራዊት ኣብ ከምዚ ኩነታት ከለና እዩ ካብ ማይ ቆቓሕ ብለይቲ ብኣንቶረ ጌርና ኣብ ከባቢ ብሌናዮ ኣቲና ድሓር ናይ ምሸት ብሸንሸልያይ ጌርና ኪድ ሓዲርና ተከዘ ንጎሆ ኣቲና፡ናይ ምሸት ድማ ተበጊስና ምሉእ ለይቲ ትጉዕዝ ሓዲርና ወልቃይቲ ኪኖ ዓድገሹ ንጎሆ ኣቲና፡ ናይ መጥቃዕቲ መስመር ምስ በጻሕና ሓደ ኣባል ስለያ ወይ ናይቲ ምምሕዳር ቦጦሎኒ ዝነበረ ከምቲ ዝበልካዮ "መን ንመን"ብምባል ነባ ገብሩ ምስ 4ይ ርእሱ ቀቲልዎ፡ድሓር ጊን ሓደ ካብቶም ኣባላት ንዕኡ እዉን ቀቲልዎ።እቲ ዘገርም ጊን እቶም ኣባላት ኣብኡ ተቐቢሮም።ነባ ገብሩ ጊን ረስኡ ናብ መሬት ኤርትራ ተወሲዱ መቓብር ሓርበኛታት ተቐቢሩ።
    እቲ ብሰንኪ ምርሻኑ ፈሺሉ እቲ መጥቃዕቲ ዝበልካዮ ጊን ከምኡ ኣይኮነን፡እቲ መጥቃዝዕቲ ዝፈሸለሉ ምኽንያት እቶም ስለያ ቅድሚ 2 ሰሙን እዮም ኣጽኒዖሞ እቲ ሰራዊት ኢትዮጵያ ጊን ሽዑ ኣብ ከባቢ ብዓል ዓድ ሃኪን ከቢድ ምርብራብ ስለዝነበረ ቅድሚ ሰሙን ናብኡ ከይዱ።ምኽንያቱ እቲ ቦታ ሓለዋ እዩ እንበር ደጀን እዩ ኔሩ።
    እቲ ነባ ገብሩ ዝረሸኖ ድማ ወድ ዓዱ ወይ ድማ ወዲ ገደብኡ እዩ ኔሩ።ምኽንያቱ ቅድሚ 2ይ ወራር ኣብ ከባቢ በዓል ሰላሞ ንሓደ ኣባል ኣባ ገብሩ ኣረሽንዎ፡ድሓር እቲ ነባ ገብሩ ዝረሸነ "ሓሚመ ጸሚመ እንዳበለ የዕለብጥ ከም ዝነበረን ኣባ ገብሩ ድማ ርኡይ ዝኾነ ቅብጥሮትን ሕንቃቐን እዩ ዝገብረሉ ኔሩ፡ከምኡ ስለዝኾነ እዩ ኸኣ ኣብታ ንሽሙ መስርዕ ስለያ ተባሂላ ዋርድያን ወረድቲ ማይን ኣባ ገብሩ ዝነበረት መስርዕ ስለያ ጌርዎ።ኣባ ገብሩ ነቲ ዝረሸኖ ኣብ ዓዲ ስለዝፋለጡ ምናልባት ኣብ ስድራ ንኸይመሓላለፍ መዕጸዊ ኣፍ ዝገብረሉ ዝነበረ ሓለፋ እዩ ዝመስል።ኣብ መጠረሽታ ድማ ሓለፋ ይኹን ምሕብሓብ ከይዓጠጦ ሕነ ሰቡ ፈድዩ፡ሂወቱ ሓሊፉ።
    ካልእ እተን ክልተ መካይን ኣብ ኣሸሺ ብኣየር ዝተቓጸላ ናይ ክፍለ ሰራዊት 26 ኣይኮናን ብርግጽ እኳ ምስ ግዜ እንተዘይፈለጥክወን ጊን ኣብ ሳዋ ጀራዲን ንኽሰርሑ ካብ ኣሃድኦም ተፈልዮም ከይዶም ዝነበሩ እዮም።እቲ ካልእ ዝገለጽካዮ ጊን ኣዝየ ኣድኒቐካ ናይ ምዝካር ኣቕምኻ ኣዝዩ ልዑል እዩ
    የቐንየልና ኣዘኺኺርካና
    ሃይለ ኪዳነ-ስዊዝ

    • @eriboy825
      @eriboy825 3 ปีที่แล้ว +1

      ሃይለ ኪዳነ ኣባ ገብሩ ኣብቲ ኣኼባ እታ መስዋእቲ ንኩሉና ከምዚ ናይ ውራይ ዋንጫ ዝዕደል ብሪጋ ከምኣ እታ መስዋእቲ ንኹሉና ክትበጽሓና እያ ኢሉ ተዛሪቡ

    • @holyland246
      @holyland246 ปีที่แล้ว

      Niganid keman aba gebiri eu reshinwo

  • @nevergiveupchange3466
    @nevergiveupchange3466 3 ปีที่แล้ว +10

    ኩሉ ዝበልካዮ ሐቂ እዩ የቀንየልና የእ ርኩትና ንእስነትና ከማን ኣዘኻኪርካና

  • @far7690
    @far7690 3 ปีที่แล้ว +84

    ኣንበሳ ወዲ ኣሃዶይ ኢኻ ኔርካ ክ/ሰ 16 3ይ ብርጌድ ። ኣቃላዓዮ ጥራይ

    • @zerukidane590
      @zerukidane590 3 ปีที่แล้ว +3

      ሓወይ ምሳኩም ነይሩ ትፈልጦ ትክውን ገረመስቀል ኪዳነ ይብሃል 6ይ ዙር ኢዩ

    • @hagostsegai3459
      @hagostsegai3459 3 ปีที่แล้ว +5

      Nisika win tifelto wesikumo suk aytibel ezi haqi betiniwo hizbi yfleto

    • @mr_bean5061
      @mr_bean5061 3 ปีที่แล้ว

      Tezareb

  • @habtomgrmay8631
    @habtomgrmay8631 3 ปีที่แล้ว +15

    ፍናን ሓውና ሓደራካ ከም'ዚ ዓይነት መደብ ናይ ታርኽን ትምህርቲን ክተቅርበልና ብጽምዋ ክንከታተል እና ኣጀካ በርትዕ ሓይሊ ይሃብካ ፈጣሪ፡

  • @user-ju2yp6we4t
    @user-ju2yp6we4t 3 ปีที่แล้ว +21

    ናይ ህግደፍ ጭካነን ግፍዕን ኣብ ህዝብና ኣውሪዱዎ ዘሎ መቸም መጀመሪ እምበር መወዳእታ ኣይትረክበሉን ኢካ

  • @mulughetahailu9032
    @mulughetahailu9032 3 ปีที่แล้ว +40

    I never being so sad like this.
    The boy he revenge on behalf of his friend is Hero.
    Fnan please please find his name he deserve to be mentioned as hero in our history.

    • @abeltekle3514
      @abeltekle3514 3 ปีที่แล้ว +3

      Fnan ezi wedi delalika rikebo haku eyu eti revenge zgebere kflet alewo

    • @teamefrewengel2717
      @teamefrewengel2717 3 ปีที่แล้ว +2

      Brother Bella hestury

    • @mengsteabtrfe3789
      @mengsteabtrfe3789 3 ปีที่แล้ว

      ኆኋኋኀ ፧
      ቆቆ በቀቬሰሰሰኀመኀሟሞ ሸ፣ሾሾሾ፣ሾሾሾሿሼቀቧቧቧቧ
      ፧ቋቆቑበቋ ቋቖቀ ፣፣ጰ
      ፣ቀድሞ ቀቀች ቦቦቦቦቧወወፎፈፈ

    • @mengsteabtrfe3789
      @mengsteabtrfe3789 3 ปีที่แล้ว

      ሿሾሾሰ፣፣ስስስሶሰ፣ስስሴሶ@@abeltekle3514 ፥ሷሷ

    • @rahalgirmay6368
      @rahalgirmay6368 3 ปีที่แล้ว

      7
      u
      7777⁷⁷7777⁷⁷7777⁷7 but

  • @teklayfisaha22
    @teklayfisaha22 3 ปีที่แล้ว +27

    ንዓካ ንታሪክ ንምምዝጋብ ንደሌካኢና ብጣዕሚ ሓቀኛን ጅግናን ተባዕን ወዲኢካ

  • @danielyemane2660
    @danielyemane2660 3 ปีที่แล้ว +15

    ወደ አሃደይ እዩ ኔሩ እዚ ወዲ ኮፍ አቢልዋ ኩላ እዛ ታሪክ ናይ በሐቂ አድኒቀዬ ሐንቲ ከይረሰዓ

  • @samesomheyile4733
    @samesomheyile4733 3 ปีที่แล้ว +16

    ዳሓን ንግዝየ ንግዶፎ እበር ህግደፍ መንእሰይ ኤርትራ ንክጸንት ዘይፋሓርዎ ጉድጋድ የለን

  • @yosiefgebreslasse8300
    @yosiefgebreslasse8300 3 ปีที่แล้ว +13

    የቀንየልና ፅቡቅ አፍልጦ ካብዚ መርዚ ህግደፍ ታይ ከይተርፈካ

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 3 ปีที่แล้ว +17

    ከም ህግደፍ ሑሱራት የለን

  • @tesfaledethailu6315
    @tesfaledethailu6315 3 ปีที่แล้ว +40

    በሉ ኣጽናቲ ጽዩፍ ኢሰያስ: ንኤርትራውያን ከጽንት ኢሉዝጀመሮ'ዩ::
    ስለዝኾነ ድማ: ኣይከሰርናን ኢሉና::

  • @danisolomon3750
    @danisolomon3750 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣየ ተጋዳላይ ዕደ ብሓቂ ዲዩ ተጋዲለ ክብል ከም ሰራዊት ደርጊ ንህዝቡ እናጮኮነ

    • @aronogbay72
      @aronogbay72 3 ปีที่แล้ว

      ኣይትጋገ፡ ታሪኽ ተጋዳላይ ክብርዞ ዝኽእል የለን። እዚ ኣንባቢ ትግራዋይ እዩ። ኣብቲ ኣደማምጽኡ ብዙሕ ናይትግራይ ላህጃ ኣለዎ። ፍሊቆስ ዶ ፍሊጶስ፧ ዋላ ብዙሕ ኤርትራዊ ክመስል ተደለየ፡ ውዕጊን ምኳኑ ብዙሕ መፍለጢ ኣለዎ። እዛ ጭፍራ፡ digital ወያነ ኢላ ንህዝቢ ኤርትራ ካልእ ግንባር ከፊታትሉ ኣላ። ግን መይታ እያ። ደጊም ስልጣን ዝበሃል ኣይክትርእያን ኣያ። ቀደሙስ ዘይ ተጋደልትና እዮም ሓንጊሮም ኣብ ስልጣን ኣዲስ ኣበባ ኣደዪቦማ።

    • @nomore5845
      @nomore5845 3 ปีที่แล้ว +1

      ARON Ogbay 🤫🤫🤫ሓርኢ ኢኻ😷😷😷😂😂😂ፎእእእ..😂😂😂

    • @daniwedieri741
      @daniwedieri741 3 ปีที่แล้ว

      @@nomore5845 ናይ ብሓቂ ጨናዊ ሓርኢ ገጹ ትርሓቅ ዱሁል።

    • @erilove3431
      @erilove3431 3 ปีที่แล้ว

      @@aronogbay72 nska ke eritreawi dika hazinelka shweya aythazbn ya ab sdet entay tgebr aleka adka deytmles

  • @user-uq3xc3yq9p
    @user-uq3xc3yq9p 3 ปีที่แล้ว +8

    ናብ ወያነ የልግቡሉ እንበር መራ ያ ዝገሪም በዕሎም ዝገበርዎ ገበን ሲ ወያነ ዝ ኣለመቶ ክብሉ ከለዉስ ሂግደፍ ሰተይቲ ደም።

  • @tsegailuul1213
    @tsegailuul1213 3 ปีที่แล้ว +14

    ኣሕሕሕ ኣቱም ሰባት ኢሰያስ ባዕልና ንባዕልና ከምንባላዕ ጌሩና፡ ሕሰብዎ እሞ እቲ ዝርሽን ኤርትራዊ እቲ ዝርሸን ከኣ ኤርትራዊ

    • @jesuswept998
      @jesuswept998 3 ปีที่แล้ว

      ተጋጊካ እቲ ዝርሽን ህግደፍ እቲ ዝርሸን ኤርትራዊ ዩ

    • @tsegailuul1213
      @tsegailuul1213 3 ปีที่แล้ว

      @@jesuswept998 ህግደፍ ኤርትራውያን ኣይኮኑን ሓቅኻ ኢኻ ።

  • @user-pp3tq6co4p
    @user-pp3tq6co4p 3 ปีที่แล้ว +47

    I am in love with the entrance speech of Tegadalay Bitweded Abrha ♥

    • @efii2324
      @efii2324 3 ปีที่แล้ว +5

      Me too,i heard his speech in youtube more than 10 times

    • @biniamtecle307
      @biniamtecle307 3 ปีที่แล้ว +2

      The only

    • @simoneritrea9223
      @simoneritrea9223 3 ปีที่แล้ว +2

      Me too I heard over 10 times I swear to god bitew kalat fikri ❤️❤️

    • @tigrinyatube3156
      @tigrinyatube3156 3 ปีที่แล้ว +1

      ቢትወደድ ዱ እዚ ሓቢቢ

    • @user-pp3tq6co4p
      @user-pp3tq6co4p 3 ปีที่แล้ว

      @@tigrinyatube3156
      እወ

  • @meneyuezi1279
    @meneyuezi1279 3 ปีที่แล้ว +15

    ኣቱም ሰባት ነብሰይ ግፍፍ እሊኒ ዝፈልቶ
    ታሪክ ይዛረብ ኣሎ መሳፍሮ ኣደይ ምድፍዋልታ ወያነ ካብ ኣውሃ እዩም ተመሊሶን ባሎም እዮም ካኣ ተመሊሶም
    መሳፍሮ ከዳማይ ድፋኣ እዩ ነሩ ሳልሳይ ወራር

    • @samueltewelde6925
      @samueltewelde6925 3 ปีที่แล้ว +1

      ወዲ መሳፍሮ ወዲ ማይ ሳግላ ጸባ ጸገብ

  • @milliontsegay5326
    @milliontsegay5326 3 ปีที่แล้ว +14

    ሓቂ ትወጽእ ኣላ እዚ ህዝቢ ግን ዓሻ እዩ🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥 271 ኮድ ኣብ ኹሉ ክፍለ ሰራዊት ብዙሕ ምርሻን ነይሩ እዩ ሰብ ተወዲኡ እዩ መንእሰይ ኣዴታት ክፈልጣ ኣለወን ነዚ ኹሉ ሱቕ አልካ ኣይኮነን ዕልልል ምባል ኣብ ፈቐድኡ ከተማ ውራይ ናይ መንግስቲ ከድካ ብሕማቕ ኢና ንጠፍእ ነይርና የሕዋትና ኣቦታትና ኣያታትና ዘሕዝን ሕማቅ ሞት! ንዝተረፉ ኣጉባዝ መንእሰያት ኤርትራ መዋጽኦ ይፍጠረሎም ናይ ትምህርት ባይታ ጽቡቕ ተስፋ ራኢ ዘለዎ ሃገር ምስ ሰላም ደሞክራሲ ይፍተረልካ እንቃዕ ህዝቢ ኣማውታ ደቁ ኣይርኢ 🔥🔥🙆‍♂️🙆‍♂️ ኣምላኽ ንኹሉ ብሓይሊ ምሕረትካ ቀይረልና ሃገርና ኣስተውዕል ህዝቢ ንሓደ ጸላኢ ዝርዓት ህግደፍ ጥራሕ መክት

    • @user-ks9zp7dx4j
      @user-ks9zp7dx4j 3 ปีที่แล้ว +1

      🤜🤛💪💪💪👌👈

    • @wedifish1692
      @wedifish1692 3 ปีที่แล้ว +1

      ኣቦይ 271 ኮር ኔሩ ኣብ ማይ ቆቓሕ ካኣ ተስዊኡ 2ይ ወራር

  • @filawimanunited9931
    @filawimanunited9931 3 ปีที่แล้ว +40

    እዚ ዝዛረብ ዘሎ እንዳ 26 ድዩ ኔሩ ሓቀይ? ኣነ ካብዞም ታሕተዎት ዙር ኢየ ግን እዚ ሕክያ ኩሉ ኣብቲ ዝነበርኩሉ ኣሃዱ እንዳ 26 ይሰምዖ ኔረ ፡ዓመት ጌረ ምስኦም ብጀካ ከምዚ ኢና ኔርና ካልእ ኣየዕልሉኻን ኢዮም ፡ኣነ ዝፈርሕ ዝነበርኩ ቤተ ክርስትያን ናይ ሻዕብያ ዩ ከይብሉና ሞ ዝገደደ ከይንቕዘፍ የ።

    • @michaelnatty43
      @michaelnatty43 3 ปีที่แล้ว +2

      😂😂 you’re right!

    • @tesfa6273
      @tesfa6273 3 ปีที่แล้ว

      Xbuk aleka

    • @huruyamanuel9470
      @huruyamanuel9470 3 ปีที่แล้ว +1

      Abal kifleserawit 26.1 sleya birged neru

  • @henokasfhajl4919
    @henokasfhajl4919 3 ปีที่แล้ว +8

    አግዛብሄር ኣብ ቀርባ አዋን ሽግር ኤርትራ ክውዶ ኡ ኣሜን

  • @user-eg3oz1lb4c
    @user-eg3oz1lb4c 3 ปีที่แล้ว +5

    ኩቡር ሓው፡ ታሪክ ሳጥናኤላት ህያው ክከውን ምግባርካ ሓበን ይሰማዕካ። ኣንቱም ሰባት ዘሕለፍካሉ ዘይብልካስ ነዛ ክብርቲ ሂወቱ ከም ዝገዛእካዮ በጊዕ ኣውደኣመት ትርሽኖ። በራዩ ህግደፍ ድማ ተጣቅዑ።
    ፍትሒ ክንረክብ ንሰባት ፍትሒ ንመነ ስቃይ ከማና ሰባት ይሰማዕና።

  • @godislove9722
    @godislove9722 3 ปีที่แล้ว +2

    WELCOME fnan my brother so jesus krstos bless thank you so much 💓🤝💯✝️👍💒⛪⛪💒

  • @jorjoweldeab5515
    @jorjoweldeab5515 3 ปีที่แล้ว +8

    ናይ በሓቂ ኣዘኪርና ነዚኦም ደኣ በኣምላክ ይርከብዎ ኣሕ?

  • @sinnithm.6972
    @sinnithm.6972 3 ปีที่แล้ว +7

    እቶም ኣይከሰርናን ትብሉ ሕጂ ከ እንታይ ትብሉ ዶ እቲ ክሳራና ውን ናይ ወያኔ ዩ ኢኩም ክትብሉና ሙቅሉላት ባራዩ ኣንጻር ሓቂ ዝዓጠቅኩም ደናቁር ንኪድ ጥራይ ናይ ጊዜ ሕቶ ዩ ረኣዩዋ ኩላ ጊዜ ኣለዋ ክንጻባጸብ ኢና!!!

  • @peacepilot2251
    @peacepilot2251 3 ปีที่แล้ว +4

    መንግስቱ ሃ/ማርያም ሓቁ እዪ እዚኦም ዘይረብሑ ወንበዴ እዮም ክብሎም።ብሓቂ ወንበዴታት።

    • @danielghebremicael5341
      @danielghebremicael5341 3 ปีที่แล้ว

      ንወታሃደራቱ ኮምኡ ኢሉ የሽክዖም ኔሩ ደሓር ግን ጅግንነቶም ኣሚኑስ ካባኹምሲ ከምዚኦም ውሑዳት ተድህልዉኒ ዝበለሉ ብዙሕ ምበልናካ ኣይርደኣካንዩ ኤርትራዊኳ ኣይትመስለንን እምበር ኣብ ዓለም ዘይተገብረ ቅያ ድሰርሑ ብኸማኻ ነፋጣት ይዝለፉ።

    • @peacepilot2251
      @peacepilot2251 3 ปีที่แล้ว

      @@danielghebremicael5341 ክላ ስቕ በል፣ጎቦ ኣፍረስኩ፣ግንባር ሓዝኩ ድዩ ጅግንነት፣እዚ እኮ እዪ ካብ ርእስኹም ምውጻእ ኣብዩ ዘይሓልፈልና ዘሎ።ምምሕዳር እየ ድዛረብ ዘለኹ እምበር ሽፍታ እኮ ምጭምታን ምቕታልን ዝቕድሞ የለን።ፍትሕን ሰብኣውነትን ግን የብሉን።ንሓንቲ ንእሽተይ ኩጀት ኣሽሓት መስዋእቲ እንዳኸፈለ፣ተጋደልትን ህዝብን እምዳጋፍዓ ዝመጸ ንዓይ ጅግና ኣይኮነን።ውጽኢቱ ድማ ንርእዮ ኣለኒ ርምስትን ድሕርትን ሃገር ፈጢሩ።ንጀነራል ናቱ እካ ብኽብረት ዘይሕዝ ዕሉል ሽፍታ እምበር እንታይ ድኣ ከተቀናጅዎ ደሊኻ።ምቅንጃው ሽፍታዊ ቃልሲ ትርጉም የብሉን።

  • @mekonnenyaine9136
    @mekonnenyaine9136 3 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ዝገርም አቀራርባ ብደም ዝተፃሓፈ ሓቀኛ ታሪክ ተጋሩ ክልተ ሀገር እቲ ሓቂ እዚ እዪ ተጋሩ አብ ክልቲኡ ንነብር ንረዳአዮ ንቀፃሊ ትውልዲ ከይደግሞ ከይድገም ወዲ ዓሻ ክልተ ግዜ ይውቃዕ ከም ዝበሃል ከይንከውን

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 3 ปีที่แล้ว +2

    Thanks so much brother Good job

  • @elsahabtom5844
    @elsahabtom5844 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣባ ገብሩ ኣይኮነን ዝብሃል።ኣባ ሪጋው በል ክፍለሰራዊት 26 3ይ ብርጌድ 2ይ ቦጦሎኒ ካብ ጃርበት ተበጊሶም ንወልቓይት ከጥቅዑ ከይዶም።

    • @teametekie1481
      @teametekie1481 3 ปีที่แล้ว

      ኩቡር ሓው ኣባሪጋው እንዳ 4 ኢዩ ነሩ ገጋ ይክልኣለይ እንበር ኣብ srael alo

    • @eriboy825
      @eriboy825 3 ปีที่แล้ว

      ኣባ ጎቡሩ እዩ ድባሃል መራሒ ቦጦሎኒየይ ኔሩ ተደይ ተጋግየ ወዲ አኽርያ እዩ ኔሩ

    • @asme3436
      @asme3436 3 ปีที่แล้ว

      ጃርበት ወዲ ሃዳሙ ባልቃይ ቃውሮ ማዕሬፋይ እየ ኣብታ ዓማቅ ሩባ ጃርበት ቡዙሕ ዑናቲታ ኣሎ ናይ ሰራዊት ዝነበረ ድፋዕ

  • @yosiefgebreslasse8300
    @yosiefgebreslasse8300 3 ปีที่แล้ว +8

    ወዛላት ህግደፍ ክፍአቶምን ተግባራቶምን አልዋንጣ እንቁዓ'ኳ ትብል ፈለማ አይጠፋእና
    መስቶንኮር ገድሊ

  • @berihuwelday9979
    @berihuwelday9979 3 ปีที่แล้ว +14

    ገለ ነዚ ሰሚዖም ሸለል ዝብልዎ ኣይሰኣኑን ኢዮም እዚ ኩሉ ትብሎ ዘለካ ውጺት እዚ ዘለናዮ መድረክ ኢዩ ።ንዓና ንናእሽቱ የሕዋትኩም ውን ጽቡቅ ጌሩ ጸልይና ኢዩ። እዚ ሜግ ዝብሃል ዝበልካዮ ኣብ 2013 ኣብ ናቅፋ ተኣሲረሉ ኣብ ዝነበርኩ ግዜ ገለ ናይቲ ከኣባቢ ሓላፊ ናይ እንዳ 61 ኮይኑ ንዓና መግለጺ ክህበና መጺኡ ። ይዝከረኒ ምስቲ ናይ ወዲ ዓሊ ዝነብረ ኣጋጣሚታት ፍርሒ ውን ነይርዎ ።መብዛሕትና ናይ ስግረዶብ ስለዝነብርና ገለ ሓሱቡ ኢዩ መጺኡ ።
    ንሱ ዝበለና መንግስትኩም ፍትሓዊ ኢዩ ሚሒርኩም ኣሎ እዚ ዘለክሞ ቦታ ሰፈር ጀጋኑ እንበር ሰፈር ሃደምቲ ኣይኮነን ክትርሸኑ ኡዩ ዝግበኣኩም ነይሩ ኢሉ ፈንጠርጠር ኢሉ ዝፈልጥዎ ተጋደልትን ኣጎልጉለትን ስለ ዝነብሩ ግን ሰባት ይርሽን ከምዝነብረ ኣብ ወራራት ይነግሩኒ ነይሮም ኣብዚ ምስ ሰማዕኩዎ ብፍላይ ማዕረ ክንደይ ካብ ኣፍ ገበል ከምዝደሓንኩ ተረዲእኒ ።

    • @nahomnahom7204
      @nahomnahom7204 3 ปีที่แล้ว

      ጽብቅ ኣለኻ ዓራርብ ኔረ ኣነ ካ

    • @robintewolde8708
      @robintewolde8708 3 ปีที่แล้ว

      Mig eti ab 61 ms koronfot zinebre bhaki nsu diyu????????

    • @berihuwelday9979
      @berihuwelday9979 3 ปีที่แล้ว

      @@robintewolde8708 nay 61 halafi geremo neyrom zekirkayo aleka

    • @berihuwelday9979
      @berihuwelday9979 3 ปีที่แล้ว

      @@nahomnahom7204 ane ab endaboy rugum neyre nay bhaki hmak gzye yehlifna

    • @nahomnahom7204
      @nahomnahom7204 3 ปีที่แล้ว +1

      @@berihuwelday9979 ያ ኣነ ካ ኣፍቲ ኣድሊስ ኢየ ኔረ

  • @visionhomeschoolingfamily
    @visionhomeschoolingfamily 3 ปีที่แล้ว +17

    I remember that moment all the time it's hard but it's true

  • @user-di1bp5gf6b
    @user-di1bp5gf6b 3 ปีที่แล้ว +30

    ድሩዕ ንዝነበረ ጌጋታት ክንግምግም ኣለና ዝበሎ ሎሚ ብኣካል ዝነበሩ ግዳያት ይምስክርዎ ኣለዉ።

    • @amanuelberhane2580
      @amanuelberhane2580 3 ปีที่แล้ว

      yes, that was the main reason he was judged to be executed...the dictator will go to any length to keep the secret of the killing field for the last 50 years...he would sell the whole Eritrea if he has to keep the secret buried till he is dead..that is why we do not get to see the sale of the Gold mine today for it is being used for other means...

    • @user-ks9zp7dx4j
      @user-ks9zp7dx4j 3 ปีที่แล้ว +2

      ክገርመካ ጌጋ ዝብሃል የብሎምን !እዚ ወዲ ሾርሙጣ ኢሰያስ መንእስያት ኣጥፊእዎም ህዝቢ ኤርትራ ዓሻ ዩ !ወያነ ጥራይ ዩ ዝፈልጥ 98 ዝጠፈአ መንእሰይ ኣሕ 👈🤔ክገርመኩም ህዝቢ ኤርትራ ሽንቲ ዩ !ድሩዕ ሕሳብና ንግበር ኢሉ ዩ ግን መን ሞ የስተውዕል።

    • @jesuswept998
      @jesuswept998 3 ปีที่แล้ว +2

      ሰራዊት ግን ተረዲእዎ ኔሩ ግን እንታይ ይግበር

  • @filimonweldetinsae6071
    @filimonweldetinsae6071 3 ปีที่แล้ว +4

    Keep your hard working bro

  • @teklitberhane7412
    @teklitberhane7412 3 ปีที่แล้ว

    Gd man, i like this man like I'm Eritrean..well done please keep going..

  • @robi7719
    @robi7719 3 ปีที่แล้ว +10

    ናይ 70 ታት ወለዶ ክፈጠሩ ዘይነበሮም ቅርሱሳት ረሳሓት ፎእ ኣጥፊኦሞ ባ ንዚ ምስክን ህዝቢ ኤህ ዲኣ

    • @whwh3175
      @whwh3175 3 ปีที่แล้ว +2

      እዞም ደም ህዝብና ዝሰተዩ ናይ 60 ታት ወለዶ እዮም ኤህ ገድል ናይ ህግደፍስ ገደል ይእትዋ

    • @robi7719
      @robi7719 3 ปีที่แล้ว +3

      @@whwh3175 ያ ዳርጋ እቲ ምግባል ግን ኣብ 70ታት እዮም ጀምሮሞ ብዝኮነ ርጉማትን ጃጋኑን ወለዶ እዮም ዝገርም ዩ ሓደ መንእሰይ እዩ ኮ ዘይቡላ እታ ጽፍሕ ናይ ስልጣኖም።

  • @mannieberhanu3469
    @mannieberhanu3469 3 ปีที่แล้ว +8

    Bitiwede your struggle will never be in vain for we will not sleep till you are free...

    • @user-zl7yf2kz8w
      @user-zl7yf2kz8w 4 หลายเดือนก่อน

      ናትካ ግበር ወዲ ቆማል ንሕና ባዕልና ኣለናዮ ናይ ትግራይካ ግበር ጥሙይ

  • @wedieri7465
    @wedieri7465 3 ปีที่แล้ว +12

    Ezi kulu haqi yu.
    Kndey xegem yen yehelifen.
    Kemu wn hagrawi agelglot ente Afqirka nhanti gal kqetlqa yom zdelyu.Nayziom tezaribka aywdain yu.

  • @tomasmogos6239
    @tomasmogos6239 3 ปีที่แล้ว +2

    Great explanation!

  • @henokkibreab1789
    @henokkibreab1789 3 ปีที่แล้ว +2

    This all the story is true and is hero for my country I am always give him credit What is done what is sure for his people Brother you are the hero You are always in my heart

  • @peacepilot2251
    @peacepilot2251 3 ปีที่แล้ว +25

    ሸፋቱ ኣይትበሉና ድማ ይብሉ፣ሽፍታዶ ካብዚ ንላዕሊ ግፍዒ ይፍጽሙ እዮም።

  • @kimnatmusicentertainment5184
    @kimnatmusicentertainment5184 3 ปีที่แล้ว +4

    ምስ ኣብ ገብሩ ዝተሃረሙ ሰባት፡ እዚ ብርሃነ ዝባሃል ምንእሰይ ሕነ ክፈዲ ዝሃረሞም ፡ ንሕክምና ናብ ቶኾምብያ ምስ መጹ ፡ ኣብቲ ሰዓት እቲ ፡ኣነ ኣብ ኮር 161 2ይ ክፍለሰራዊት ኣሃዱ መጥባሕቲ ስለ ዝነበርኩ ፡ ብ ኣካል ርእየዮም እየ ፡እቲ ሕክያ ዉን ነጊሮምና ባዕሎም ። ወላ ድኣ ይወግኡ እምበር ነቲ ሕነ ዝፈደየ ብጅግንነት ይገልጽዎ ነይሮም። ኩላህና በቲ ምርሻን ሓዚና ነይርና ካብ ሓድሕድና ምዕላል ግን ናብ ደገ ነውጾ ኣይነበርናን እቶም ሓካይም።

    • @fnanappinfotech
      @fnanappinfotech  3 ปีที่แล้ว

      ናይቲ ሕነ ክፈዲ ዝተረሸነ ታሪኽ ዝፈልጡ ወይ ትፈልጦ እንተኼንኮ ክንስንዶ እንታይ ክትሕግዘና ትኽእል

  • @nayzghieweldehans6076
    @nayzghieweldehans6076 3 ปีที่แล้ว

    Bro, thanks for disclosing ሳዕብያ criminal behaviours

  • @negasihedgu8387
    @negasihedgu8387 3 ปีที่แล้ว +1

    አዚ ኩሉ ብዛዕባ ማየልባ አዳ ዕሸ ትብሎ ዝጸናሕካ ብሓቂ ተሃሶም ዮም ክሳብ ማይ ሳግላ ንሕና ውን ኣባኡ ኣዝልቅና ነርና ምስ ስድራና ከምዚ የለን ከቢድ ብረት ገሮም ኣጽመሙና ዮም ተጋሩ ክሳብ ወለድ ወርቀን ዝቀብራ የን ኮይነን ኣብ ጎቦታት ማይሳግላ 😭😭😭😭😭😭 ብዙሕ ሰራዊት ዮ ተሰውኦም ዮም ኣብ ማየልባን አዳእሸን ክሳብ ማይ ሳግላ.

  • @degolnegase6167
    @degolnegase6167 2 ปีที่แล้ว +8

    I was one of the residence of sheraro I appreciate the narrator memories he deserved all the information,place and exact time even the weather condition.

  • @user-xt6lt2zf3k
    @user-xt6lt2zf3k 3 ปีที่แล้ว +19

    ኣርሜናዊ ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፈጸሞን ሕጂ 'ውን ዝቕጽል ዘሎን ገበን መወዳእታ የብሉን ::

  • @habtinoembafirash6083
    @habtinoembafirash6083 3 ปีที่แล้ว

    Keep up man great history!

  • @ebre677
    @ebre677 3 ปีที่แล้ว

    Amazing history to dear brother keeping up head tell true mystery history eritrea people. Thank you bring bright light voice people eritrea .thank you fnan keep up service to people bring underground voice.

  • @samiasfah9219
    @samiasfah9219 3 ปีที่แล้ว +42

    ኣንታ አልናኩም አኮ ሽሃአብያሲ ሸፋቱ አዮም ፎፎፎፎፎፎፎ ትራይ ምባሎም አዩ።

  • @teklemicalgurja686
    @teklemicalgurja686 3 ปีที่แล้ว +4

    ናይ በጋምዶታት ህግደፋውያን ካብቲ ብዙሕ ኣረሜናዊ ጭካንእዮም ብጭልፋ ዝዋዓልካዮን ዝራኣኻዮን ተንጥንካ ምግላጽካ ዝምስገን እዩ

  • @Tusfai
    @Tusfai หลายเดือนก่อน

    ካብ ሕጂ ሓንቲ ደቃቅ ውን ትብሃል በደል ዘይብሉ ርኩስ ስርዓት ኢደይ ኢድካ ኢልና ኣብ ሕጊ ምቅራቡ ጥራዩ ኩልና ሕሉፍና ኣይንረስዕ መሰለይ ንበል ስጋብ ታሕቲ ወሪና ዝጠፍኡ ንሕተተሎም 💙💙💙💙💙💙💙

  • @davebabur9047
    @davebabur9047 3 ปีที่แล้ว +5

    እዚ ስርሒት እኮ ብጉጅለ ኢሰያስን ጉጅለ መለስን ስብሓት ነጋን ዝተዳለወ ንህዝቢ ግዳይ ዝገበረ እዩ ኔሩ ። እዚ ኮነ ኢሎም ነዚ ክልተ ህዝቢ ሰላም ጌሩ ከይነብርን ፡ ቁልጡፍ ምዕባለ ከየርእን ዝተገብረ ናይ ጥፍኣት ሃንደስቲ ዝሃንደሱዎ እዩ ።
    ባድመ ኣይኮነን መባኣሲኦም ረብሓን ዕድመ ስልጣንካ ንምንዋሕ ዝተገብረን እዩ ኔሩ ።ብሕጂ ውን ኢሰያስን ስብሓት ነጋን ከይጠፍኡ ሰላም ዝበሃል የለን ምስዞም መንክር።

  • @tesfiyetes2328
    @tesfiyetes2328 3 ปีที่แล้ว +11

    ሓወይ ኣባኣ ተሰዊኡ ኣብታ ዕርዲ ማቲዎስ ትባሃል ወርሒ 6 ዕለት 10 98 ከይተዳለዉ ዮም ኣትዮም

    • @fthi3585
      @fthi3585 3 ปีที่แล้ว

      😭😭😭😭😭😭

    • @Fache.
      @Fache. 3 ปีที่แล้ว +1

      ahhhhhh ajoka habibi

    • @tesfalemokbagebriel7570
      @tesfalemokbagebriel7570 3 ปีที่แล้ว

      Sorry bro I feel so sad

    • @ephiti3647
      @ephiti3647 3 ปีที่แล้ว

      መስኪን ስአን ዓቕሙ ሓላል ሽሙ ፍጨ ወዲ ባርካ፡ ስለምንታይ ግን ሲሒቅካ፣ ዘስሕቅ ድዩ እዚ ዘረባ!

    • @danisolomon3750
      @danisolomon3750 3 ปีที่แล้ว

      😭😭😭😭😭

  • @fthi3585
    @fthi3585 3 ปีที่แล้ว +4

    Anes izie nihigdef zidgif imo ka bezie shigir izie zihalefe kisab kindey dunkurna iyu zelewo😭😭😭😭😭😭😭

  • @samueltewelde6925
    @samueltewelde6925 3 ปีที่แล้ว +2

    ብመጀመርያ ካብዚ ኩሉ ጸገማት እንኻዕ ብሰላም ወጻእካ ሓወይ ናተይ እዚ ትብሎ ዘለካ ሓቂ ኢዩ ኣነ ወዲ ዓዲ ጣፋ ንፋስ ከባቢ ዓዲ ኻላ ኢየ እዚ ትብሎ ዝለካ ቦታ ይፈልጦ ኢየ ማይ ሳግላ ኩሉ መቃብር ኢዩ መሊኡ እንታይ እሞ ዘይርሳዓኒ ከብቲ ክንሕሉ ማይሳግላ ንወርድ ማይ ከነስቲ ክኣስርዋምን ክቀብርዋምን ይዉዕሉ ነይሮም መሳኪን።

    • @user-iy3mt7jr4k
      @user-iy3mt7jr4k 3 ปีที่แล้ว

      ጹቡቅ ኣለካ ፈሊጠያ ኣለኩ ኣነ ኣብኡ እየ ኔረ ኣህዶይ ክንደይ መንኣሰያት ተቀቲሎም ኣለው እቲ ህዝቢ ተባዕ ህዝቢ እዩ ሓደ ግዜ ታኣኪቦም መጺኦም ሰለምንታይ ትቀትሉዎም ኣለኩም ኢሎም ምስቶም ወትሃድራት ተጋራጭዮም ኔሮም

  • @hagostsegai3459
    @hagostsegai3459 3 ปีที่แล้ว

    Thanks again bro edmen tienan yhabka kalie ytiref netom bigifie zitereshenu bitsotka silezitezarebkalom tray nihilinaka erefty eyu

  • @lydiahagos5178
    @lydiahagos5178 3 ปีที่แล้ว +3

    YOU ARE A TRUE HERO FOR DEFENDING THE TRUTH my dear brother, exposing the evil that is taking place within Shabia/Isaias and his administration… You can hind from man, but God sees all things and brings it to light. I PRAY THOSE WHO ARE AFFECTED BY THIS VILE ATROCITY WILL SPEAK UP, even if they choose to be anonymous. Evil must to be exposed.
    Luke 8:17 “For nothing is hidden that will not be made manifest, nor is anything secret that will not be known and come to light.”

  • @mannamenasie3064
    @mannamenasie3064 3 ปีที่แล้ว +4

    May God have mercy on our beloved and beautiful people!

  • @andegebremichael8644
    @andegebremichael8644 3 ปีที่แล้ว +1

    Nice thanx God blles you

  • @meseretziena3631
    @meseretziena3631 3 ปีที่แล้ว +1

    Fnan great job and continue

  • @user-ti4vf8pp2i
    @user-ti4vf8pp2i 3 ปีที่แล้ว +4

    ህግደፍ+ህ.ግ ጸረ ህዝቢ ኤርትራ ኢዮም።

  • @Freedom-dg3dr
    @Freedom-dg3dr 3 ปีที่แล้ว +6

    He have good memories every thing true

  • @danielmezgebe4829
    @danielmezgebe4829 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ እቲ መንገዲ ጥፍአት ኤርትራውያን ዕላማ አልቦ እቲ ሓቂ አዘንትይልኩም አሎ

  • @099088122
    @099088122 2 ปีที่แล้ว

    Bhaki bruh habereta hibkana, kibur hawna, thank u:💪🏿💪🏿💪🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿

  • @yesman-cs6fj
    @yesman-cs6fj 3 ปีที่แล้ว +12

    ይገርም እዩ ክገርመኩም ኣብዚ ወራር ምስ ወያነ ዝነብረ ኣነ ዝፈልጦም 3 ደቂ ከረን ተርሺኖም 1 ወዲ አልፍ 2, ኣራም መስፍን 3, ወዲ ስዒድ (ዱባንዳ ) መንግስቲ ሰማይ የዋርሶም ህግደፍ ሓደ ምዓልቲ ኣላትኩም ምስ ደግፍትኩም

    • @fnanappinfotech
      @fnanappinfotech  3 ปีที่แล้ว +3

      ብዛዕባዞም፡ደቂ ከረን ምሉእ ሓበሬታ ዘለዎ ኣለዶ
      ወይ ንስኻ ይህልወካዶ

    • @kibromberhe9492
      @kibromberhe9492 3 ปีที่แล้ว

      Ahe way yehewatey

  • @teddya.1250
    @teddya.1250 3 ปีที่แล้ว +4

    "እቲ ናብራ መግደራ ፥ መጻኢኻ ዘጸልምት ነይሩ"
    ኣብ 2006 ኣባል 19 ዙርያ ሃ.ገ ኮይነ ንዓጺድ ተባሂሉ ፥ካብቶም ኣብ ሳዋ ማትሪክ ተፈቲኖም ዝተረፍና ፥ናብዚ እዚ ሓውና ዝጠቕሶ ዝነበረ ኣሃዱ ክ/ሰ 26 ተወዚዕዔ ነይረ ። ኣብ መጀመርያ 2006 ኣብ ኣለቡ ኢና ተሓዊስናዮም ፥ ኣነ ኣብ ዶሽካ ናይቲ ክ/ሰ ተወዚዔ ፥ ኣብቲ መስርዕ ድማ ሓደ ሰብ ጸኒሑና መራሕ ምስርዕ ባዕሉ ተመራሒ ባዕሉ ምኽንያቱ ድማ ካብ ኣባላት እቲ ሰራዊት ብምህዳምን ብምኹብላልን ዋሕዲ ስለዝነበሮ ማለት ኢዩ። ካብ ተብልድያ ፥ ጎልጅ ፥ ታሕቲ በዓል ቃጨሮ . . . በዓል ኣንቶረ ድማ ብዓጺድን ጉዕዞን ተካል ናብራ ኣሕሊፍና ። ብፍላይ ጥሜት ብዝምልከት ከምቲ ዝበሎ ኣይንረኣዮ ። እቲ ዝገርም ድማ ኣብ ከባቢ በዓል ጎልጅ ጉጅለታት 'ደምሒት ፥ ኣርበኞች ፥ ኦነግ . . መዕስከራት ነይርዎም ፥ ብመንግስቲ ኤርትራ እናተደገፉ ናብርኦም ብኹሉ ካብ ሰራዊት ኤርትራ ሓለፋ ነይርዎም ።ግዳ ኣምላኽ ረዲኡና ድሕሪ ጊዜ ኣብ 2007 ናብ ሳዋ ተመሊስና ንሓ.ማ.ሞ.ስ ሞያዊ ትምህርቲ ኣቲና. . ።

  • @zemzem9140
    @zemzem9140 3 ปีที่แล้ว

    Thanks bro 💪👈

  • @letina1262
    @letina1262 3 ปีที่แล้ว

    Hiluf tarikna kinfelt zekrebikalna thanks so much fani hawna

  • @daniweditesfay7723
    @daniweditesfay7723 3 ปีที่แล้ว +3

    ንፈዕ ከምዚ ገሩ ዝትትነልና ታሪክ አዩ ተሳኢኑ ምክንያቱ ህግደፍ ዕላምኡ ሃገር ንምጽናት አንበር ሃገር ክሃንጽ ኣይክአልን ኢዩ

  • @fishalehadera56
    @fishalehadera56 3 ปีที่แล้ว +7

    ቤተመዘክርርርርር ኢለካ ብወገነይ ሓደ ብሓደ ከይረሳዕካ ዕለታት ክትገልጽ ሓየት ።

  • @atohabtom2686
    @atohabtom2686 3 ปีที่แล้ว

    Hakka hakka nay wichu geza tesrhalu xbuk gere yzkuro eye bwetehaderat kemteserhe...... bravo bravo

  • @nahomteklu8715
    @nahomteklu8715 3 ปีที่แล้ว +6

    Welcome

  • @mahariabraha7512
    @mahariabraha7512 3 ปีที่แล้ว +3

    ጂግና ብትብዓት ንኩሉ ግዜን ቦታን ኣስማት ከይረሳዕካ ኢካ ዘርዚርካዮ ። ተካፋሊካ እየ ኔረ ኩሉ ድማ ሓቒ እዩ ።

  • @habtomhabtom5913
    @habtomhabtom5913 3 ปีที่แล้ว +18

    100% እዚ ዝብሎ ዘሎ ሓቂ ኢዩ ዘይነበረ ክኣምን ኣይክእልን ኢዩ ኣነ ውን ኣብ 3ይ ብርጌድ ክ/ሰ 26 ኢየ ኔረ እዚ ወዲ ከኣ ኣብ ቀዳማይ ብርጌድ ስለዚ ቀዛፊ (ወዲ ቀሺ ) ኣብቲ ክፍለሰራዊት ብጭካንኡ ሰብ ብምርሻን 1ይ ይስራዕ ኔሩ። ካልእ ኣብ ብርጌድና 3ይ ብርጌድ ክ/ሰ 26 ብፍላይ ከኣ ኣብታ ኣነ ዝነበርኩዋ ክ/ሰ 26 3ይ ብርጌ 3ይ ቦጦሎኒ መራሕ ቦጦሎኒና ወዲ ሃይለ ዝብሃል ኔሩ። ኣብ ውሽጢ 3ተ ወርሒ ሰለስተ ሰባት ረሽኑ ይዝከረኒ ኣኬባ ይገብረልና ኔሩ ኣብዚ ሕማቅ እዋን ሓዲጎና ስለ ዝሃደሙ ክንሽኖም ኢና ይብለና ኣባኣ ከለዉ የዘግዕዎም።እዞም ሰለስተ ሰባት ክልት ኣብ ማይ ቆቃሕ ሓደ ከኣ ንከበሳ እንዳ ወጻና ኣብ መልቒ ኢዩ። እዚኦም ብዓይነይ ዝራእኩዎም ኢዩም። ስድራቤቶም ሕማቅ ከስምዕም እምበር ኣስማቶም ውን ሰልስቲኦም ይዝክሮ ኢየ።ብድሕሪኡ ውን 3ይ ወራር ምስ ሓለፈ ከምዚ ሓውና ክብሎ ዝጸንሓ ሃዲምኩም ኢሎም ዘረሸንዎም ኣዲኦም ትቅጾሮም።ቀንዲ ብምርሻብ ፉሉጣት ዝነበሩ ቀዛፊ (ወዲ ቀሺ) 2 ሚግ 3 ወዲ ሃይለ4 ሃብቱ ዑዉር 5 ወዲ ኣሚሪካ ኣነ ካብ ዝፈልጦም። ካል እ ዘይርስዕ ድሕሪ ሳልሳይ ወራር ኣብ ዓላ ሕክምና ግምባር ከለኩ ሓደ እንዳ ክፍለ ሰራዊት 15 ኣብ ከባቢ ደቀምሓረ ዝነበሩ ኣብ ዓራት ደቂሱ ዝነበረ እንዳ 26 ክ/ሰ ኢየ ምስ በልኩዎ ሓወይ ቀዛፊ ዝብሃል መራሕ ብርጌድ ረሽንዎ ኢሉ ቡዙሕ ይጉሂ ከምዝነበረ ይዝክር ካልእ ውን ቡዙሕ ኣሎ ዝፈልጦ ኣብ ውሽጠይ።

    • @fnanappinfotech
      @fnanappinfotech  3 ปีที่แล้ว +5

      Habtom bprivet mterakebnamo gele tarik kinsned alewo tiblo mhabkana fkad rntekoynu

    • @user-xt6lt2zf3k
      @user-xt6lt2zf3k 3 ปีที่แล้ว +3

      ዝበዝሐ ህዝቢ ኤርትራ እዚ ዘሕዝን ታሪኽ ተሓቢኢዎ ኢዩ ዘሎ ::

    • @habtomhabtom5913
      @habtomhabtom5913 3 ปีที่แล้ว

      @@fnanappinfotech ዝከበርካ ፍናን ሓወይ መጀመርታ የመስግነካ ኩሉ ግዜ ተከታታሊ ናይ መደብካ ኢየ ውን። ኣነ እቲ ብዓይነይ ዝርኣኩዎ ክዛረብ ድምብርጽ ኣይምበለንን እንተኮነ ግን ምስዞም ሓደ ሓደ ጸማም ሓደ ደርፎም ኣብ ህልክን ጸርፍን ክጽመድ ኣይደልን ኢየ ዓቅሊ ውን የብለይን እምበር ዝብሃል,ሲ ቡዙሕ ኔሩ።

    • @fnanappinfotech
      @fnanappinfotech  3 ปีที่แล้ว +2

      @@habtomhabtom5913 ደሓን ብጽሑፍ ወላ ምቀየርናዮሞ ባዕልና መቅረብናዮ

    • @hagostsegai3459
      @hagostsegai3459 3 ปีที่แล้ว

      Bizitekaeleka meten wala kem tarik koynu kisined ezi tiwlidi kifelto alewo silezi please ketewitso aleka kindey meneseyat nibur merdie zeyterediu weledi alewu

  • @fishalehadera56
    @fishalehadera56 3 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ተባዕ ጅግና ከማኻ እንተዝበዝሑ ከም ጸሓይ ቀትሪ በርሃው ምበለ ነይሩ ። ዋላ ኣ ብ ታዕሊም ሰብ እንተዘይ ተሰዊኡ ታዕሊም ከምዘይተዓወቱ ይገልጽዎ ዝበልካዮ 100% እሰማማዓሉ።

  • @eridahlak6223
    @eridahlak6223 3 ปีที่แล้ว +2

    rekebti shgir ekum hakeya miat shgir yehelifkum yehiwatna amlak yikl yibelo bzhalefe...

  • @berhegebrehiwotgebrehiwot193
    @berhegebrehiwotgebrehiwot193 3 ปีที่แล้ว +3

    ናቢሀቒ ኑፉአሓወይ ጊን ኣበነይ ጸኒሒካ ኽሳብ ሒጂ

  • @eseyasberhe7842
    @eseyasberhe7842 3 ปีที่แล้ว +6

    ንድሕሪት መሊስካና ክቡር ሓው ኩሉ ገሊጽካዮ : ናይ ሻሂ ይትረፈና ብረት አምጹልና ኢልናዮም እዞም ረሳሓት መንእሰይ ተጻዊቶምሉባ : እስከ ነዞም ደምባራት ህግደፍ እዝኖም ደጊፍካ አስምዓለይ : ብሓቂ ወያነ ዘይኮኑ ተዋጊኦምና ኢሰያስዮ ተዋጊኡና : ክእርመካ ካብ እንዳዕሸ ንስኹም ክትወጹ አብኡ ዝጸንሐት አሃዱ ናብቲ ንስኹም ዘዝለቕኩሞ ዘይኮኑ አዝሊቖም : ናብቲ መአዘዚ በራጊድ ከባቢዮም አዝሊቖም : በዚ ድፋዕ ወያነ 3 ክ/ሰራዊትን 2 በራጊድንዮም አሰሊፎም : ቀጥታ ካብ ኢሰያስ ዝመጸ መምርሒ ንአዘዝቲ ክ/አራዊት : ብመረብ ሰቲት ዝነበረ ከቢድ ብረት አብ ትሕቲ ጸላኢ ስለዝኣተወ ተተኳሲ ብቑጠባ ተጠቐሙ ኢሉ : አብቲ እዳዕሸ ዝተሳተፋ ኣሃዱታት ማዕረቲ ንስኻ ዝጠቐስካዮን ልዕሊኡን ከፊለን : ክንደይሞ ክንብሎ በጃኻ ክምልኣልካ ሽጣርጂ ሸገግ ሓውሲ ወድ ሹቕ ክኸውንየዮ ዝብል የሕዋቱ አብ አሜሪካ ኸምዘለውን ከምዝሕግዙዎን ብገሊኦም ሎኽሏዃት ፈይ የብል ኔሩ ነተን ዝመዥረጠን መሸፈኒዮ ከምቲ ዝበልካዮ ደ/ምሓረ ንዘስርሖ ገዛ ብሓገዝ የሕዋቱ ከምዘስረሐ ብዓቕሙ ብጉጅለ ትኣክል ተልመዴን ማሕዮ ፈይ የብል ኔሩ ፣ ወድ ሃንስ አረቂ ኮይኑሎ ሕጂ G15 አብ እምባትካላ ኮሎው ብኣጋጣሚ ብሓደ መኪና ምስኡ ብኡኡ እዳሓለፍና ሓለዋ ናቶም ናቱ አሓዱ ምዃና ይፈልጥየ ምስቲ አብ ጥቓይ ዝነበረ ሮጉሯግ ሕጂ አብ አሜሪካ ዘሎ ተጋዳላይ በሃሊ ሰፉሪ ሕሩጭ አብታ ዘላቶ ቖራጽ ኽሳዱ ተነፊሑን ተመጢጡንዮ ዘዕልል ንዖዖም ናቱ አሃዱ ብምሕላዋ እሙን ምዃኑን ከምዚ ሃገር ዘድሐነን ጌሩዮ ነብሱ ቆጺርዋን ዕላላቱውን ንኸምኡዮ ዝእንፍት አጠማምትኡካ ተራእየኒ : እንታ ናይዞም ረሳሓት ክንደይ ጉድኮዮ ዘሎ ።።።።

    • @fnanappinfotech
      @fnanappinfotech  3 ปีที่แล้ว +5

      ክግለጽ ኣለዎ ትብሎ እንተሎ ኪተሰደልና ብትሕትና ንሓትት finangebretinsae@gmail.com

    • @alembrhane6325
      @alembrhane6325 3 ปีที่แล้ว +3

      Hawey kubur ezi kulu ne hezbi Eritrea mengar yedleyo alo bejakum beakmka sebat mehar, keyexnetuna ezom seytawenti HGDEF

  • @robelbahta3281
    @robelbahta3281 3 ปีที่แล้ว

    Fnan app btami des zebln zhznn Eza medeb nay lomi Thankis

  • @selemawitasew8946
    @selemawitasew8946 3 ปีที่แล้ว +1

    እዚ ትብሎ ዘሎካ ሽገግ ባሓቂ ሓደ ሰዲ ሰብ ኡየ ብትክል ኣብ ደቀምሓረ ከባቢ ኣምሁር ግራውንዲ ፕላስ ዋን ገዛ ኣሎዎ ናይ ሓወይ መራሒ ክለስራዊት ኡይ ነሩ እቲ ሕማቅ ተግባራቶም እግዛኣብሀር ይፍድዮም እምበር ሓውና ዝወዓል ይንግር ከም ዝብሃል ብትክል ተዘንቱ ኣሎካ ።

  • @abrishabish7339
    @abrishabish7339 3 ปีที่แล้ว +4

    ተጋሩ ኣገልግሎት ይኸዱ ኔሮም ድዮም

    • @user-ks9zp7dx4j
      @user-ks9zp7dx4j 3 ปีที่แล้ว

      ወዲ ሾርሙጣ ጽን በል ንቀደም ስማዕ !ረሳሕ ድቃላ ትኸውን!!

    • @abrishabish7339
      @abrishabish7339 3 ปีที่แล้ว

      @@user-ks9zp7dx4j ወድዛ ገልዒ ካብ ገልዒ ተወሊድካ ደኣ እንታይ ክትብል ነቲ ትፈልጦ ትደግም እምበር

    • @user-ks9zp7dx4j
      @user-ks9zp7dx4j 3 ปีที่แล้ว

      @@abrishabish7339 🖕👈

    • @aneaneye9311
      @aneaneye9311 3 ปีที่แล้ว

      @@abrishabish7339 ተረዋእ ረሳሕ

  • @kibreabgebremeskel3220
    @kibreabgebremeskel3220 3 ปีที่แล้ว +4

    ወረ ኣታ ጥራይ ኣይኮነን ኣታ ኣጎልጉለት አዮም ይብሉና ኔሮም ኣብ ኩናት ከኣ ሪኢናየን

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 3 ปีที่แล้ว +2

    ዋርሳይ ጅግና

  • @simonmicael7752
    @simonmicael7752 3 ปีที่แล้ว +2

    Very true I was there I know the story very true kezafi hebrhans wedi keshi ey u zebhal ab asmera hamemu moyto

  • @elsatedla1214
    @elsatedla1214 3 ปีที่แล้ว +3

    ኩሊና አነጨበጨብ አሰተውሉ ምዐት ሰብ በገንዘብትግዛእ አላ ብድጋመ ይነግረከም አለኩ አሰተወዕሉ !"አሰተዉዕለ!"

  • @wediasmera6550
    @wediasmera6550 3 ปีที่แล้ว +14

    ሙዚቃ በርቲዑ፡ በጃካ ኣብ ቀጻሊ ትሑት ሙዚቃ ተጠቀም።

  • @gebrihiwettesfay483
    @gebrihiwettesfay483 3 ปีที่แล้ว

    Zaytenegre eber shaAbya zey gebro yelen ahhh mesakin nxuhat men,eseyat

  • @misganabereketab7359
    @misganabereketab7359 3 ปีที่แล้ว

    Yes you right brother