ความคิดเห็น •

  • @mebrahtuaregay3520
    @mebrahtuaregay3520 ปีที่แล้ว +20

    ዋውው ዘገርም ታሪኽ ዘገርም ኣቃራርባ ናይባሓቂ ክንጽበ ኢና ብሃንቀውታ ቀጽሎ። Thanks

  • @rigmeb3294
    @rigmeb3294 ปีที่แล้ว +16

    አጆኻ ወዳ ኤረይ ታሪኽ ህዝብን ሰውራን ኤርትራ ድአ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ አይተላዕሎን ዘሎ።

  • @yitbarekwoldu6931
    @yitbarekwoldu6931 5 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ጽፉፍ ዝኾነ ሐቂ መልክዕ መበታተኒአን፣ መስፍናዊ አተሓሳስባን፣ ገሊጽካዬ፣ብዙሕ ናይቲ እዋን ሃዋህው አዘኪርካኒ፣ኤመስግነካ።

  • @berhanedebessai2315
    @berhanedebessai2315 ปีที่แล้ว +13

    ብጣዕሚ ነመስግን ብዙሕ ዘይተመለሱ ሕቶታት ትምልሰልና ስለ ዘለክኻ ቀጽሎ::

  • @yohannesberhane3247
    @yohannesberhane3247 ปีที่แล้ว +8

    That was enlightning and very refreshing statement about the root causes that lead to the downfall and ultimate demise of once mighty Eritrean Liberation Front ( ELF ). There's a lot of truth to what you elequently have spoken about. Specially the part about the fighters from ( kebessa ) in the seventies. I felt as though you were talking about me and my comrades. All we wanted, believed and understood was that we were there to liberate our people and rid our country from occupation. Unfortunately, the same thing cannot be said about our so-called leaders at the time. They were more interested in maintaining their positions at the expense of so many of their country men and women than the big task at hand, even if it meant prolonging the struggle itself. Thank you for bringing history to light. From the USA!

    • @Ayngage
      @Ayngage 8 หลายเดือนก่อน

      Hi!
      Ru...?

  • @biniamhabte1832
    @biniamhabte1832 ปีที่แล้ว +6

    ጹቡቅ ትንተና...
    ተራ ሳበ የዕሚቁካ ከተምጻኣልና ድማ ንላቦ።

  • @romayabraham8737
    @romayabraham8737 ปีที่แล้ว +5

    ኣዝዩ ጽቡቕ ታሪኽ ኩሉ ክመሃረሉ ዝኽእል ብምቕራንካ ኣዚና ነመስግን።

  • @user-xh4dp6ij4r
    @user-xh4dp6ij4r 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣዝዩ ኣገዳሲ ታሪኻዊ ሰነድ ፡ ክብረት ይሃብካ ❤

  • @mussiehaile123
    @mussiehaile123 2 หลายเดือนก่อน +1

    I appreciate your efforts in mantaing The History of our nation. Pleasde mention the date of every event of our history. I thank you for you hard work and dedication.

  • @mussiehaile123
    @mussiehaile123 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዓቢ ኮርስ ነቲ ዓሚቅ ብረታዊ ቃልስና ዝሃብካና ቡዙሕ ነመስግን፡ ቡዙሕ ሕቶታት ተመሊሱልና ❤

  • @hailewolde1816
    @hailewolde1816 ปีที่แล้ว +10

    ታሪኽ ተሓአ ብትኽክል ኣቅሪብኩምዎ ኣሎኹም ።
    ዝነኣድ ስራሕ 👍

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕም ጹቡቅ ስረሕ ቀጹሎ ቡዙሕ ተማህረ ሕጂ ከ አበይ አለዉ ንገሩና if can please thank you great job 👍💯🇪🇷♥️💯🇪🇷♥️💯🇪🇷♥️💯🇪🇷👏🌾🙏💪🤍💐🌼

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ነመስግን

  • @kidanehabteselassie7043
    @kidanehabteselassie7043 ปีที่แล้ว +5

    VERY OBJECTIVE ANALYSIS. THANK YOU.

  • @negusseghirmatsion8994
    @negusseghirmatsion8994 ปีที่แล้ว +6

    Very good explanation

  • @meazakidane555
    @meazakidane555 ปีที่แล้ว +8

    Many up and down experience passed but I wish we have a bright future🇪🇷

    • @aarsu830
      @aarsu830 ปีที่แล้ว +2

      Let's unite...everything will be bright if we work together😍

  • @Eri3-Bless
    @Eri3-Bless ปีที่แล้ว +10

    Astonishing!!! Thank you for your time and sharing this important history. I knew roughly what happened during that time, but not all the details as you described. Again thank you very much 👌🏽❤🇪🇷

  • @lewidaniel5270
    @lewidaniel5270 11 หลายเดือนก่อน +1

    የቀንየልና ከም እዚ ኣይነት ታሪኽ ኣብ ቀጸሊ 🇪🇷🇪🇷💪💪

  • @mohamedsouleman9760
    @mohamedsouleman9760 ปีที่แล้ว +4

    Thank you so much let them know

  • @fkursltan6706
    @fkursltan6706 ปีที่แล้ว +6

    Welll done...!!!

  • @Eriboy
    @Eriboy ปีที่แล้ว +9

    ናይ ብሓቂ መሳጢ ታሪኽ'ዩ :: ዝተጨራረመ ድእይ'ዩ እምበር : ከምዚታት ንሰምዕ ኢና :: ካብቲ ናይ ጀብሃ ሕማቕ ታሪኽ ብዓቢኡ ከኣ ናይ ዓብደላእድሪስ ዝምልከት ቅትለት መልኣከ ተኽለ'ዩ :: ብዙሓት ጸይቅታት ገለ ከኣ የውሃት : ካብ ሓዲኦም ጸግዒ ብምሓዝ ክቆራቆሱ ይስምዑ'ዮም :: ከየብራህካያ ወላ'ውን ከይተንከፍካያ ምሕላፍካ ምክንያት እንታይ እዩ :: ትጽናሕ እንተበልካያ ግን ድሓን ትጽናሕ::
    ግዳ ንስኻ መን ኢኻ ተግዳላይ ተሓኤ ኮንካ'ሞ ብኣካል ዝረኣኻዮን ዝሰማዕካዮን ድዩ ? ቁሩብ ባየዝድ ኮንካ ትስምዓኒ :: ጸግዒ ህግ ዝሓዝካ ትመስል ? ምንጭኻ ካበይ እዩ ?
    ንተበግሶኻ ግን የድንቕ :: ኣብ ምስናድ ታሪኽ ገለ ነጥቢ ኣሎካ :: ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪

  • @genettedla4209
    @genettedla4209 ปีที่แล้ว +5

    I love the story about jebha thank you 😊 ❤️ 💕

    • @BUFERI
      @BUFERI ปีที่แล้ว

      My pleasure 😊

    • @waterfull2907
      @waterfull2907 ปีที่แล้ว

      Rihaaq ati gahiba terf rashaida shormuta

  • @negodanegode5390
    @negodanegode5390 ปีที่แล้ว +4

    🇪🇷🐪🇪🇷 ብጣዕሚ ብሉጽ ትሕዝቶን : ኣቀርርባን ውቅጽሎ ክንከታተለካ ኢና::::

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ሓቀኛትንተናታሪኽ 🎉 🎉

  • @aronhidray69
    @aronhidray69 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣተናትና ቀጽሎ!

  • @maharigbremeskel9711
    @maharigbremeskel9711 ปีที่แล้ว +4

    ብዛኢባ ኣብ ሱዳን ኣብ መኣስከር ኮረኮንን ተሓዳይንን ዝነበረ ሰራዊት ት ሃ ኤ ኣባታቲኒኡ አላማታቱን ኣብርሃልና

  • @selemuntekie3043
    @selemuntekie3043 ปีที่แล้ว +2

    Selam hawna
    Haktat aleka, gn mektelit melake, sied sahl, weldedawit, ay tekeskayon, korokon dahday wn resiekayo.
    Jebha gn baela eya tebelia, tefia

  • @mulegetalgam2319
    @mulegetalgam2319 ปีที่แล้ว +6

    Keep going
    We have been waiting to hear like this every importance sad history of j ebha

  • @user-qi4ln8ii1i
    @user-qi4ln8ii1i ปีที่แล้ว +2

    Wonderful qexlo eka

  • @Eri.detective7524
    @Eri.detective7524 ปีที่แล้ว +1

    Interesant

  • @abrahamkflemariam4303
    @abrahamkflemariam4303 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ጽቡቕን ኣገዳስን ታሪኽ ዩሞ ቀጽሎ ምሳኻ ኣለኹ

  • @aziebtewelde1738
    @aziebtewelde1738 ปีที่แล้ว

    Thank you 👍💪👍🇪🇷❤️🙏🌹

  • @maharitecle68
    @maharitecle68 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ይበል ኣገላልጻ እዩ። እንተኾነ ግን እቲ ታሪኽ ቀዳም ተኸተል ብፍላይ ሱሳታትን ሰብዓታትን ብሰዓት ክልተ ሰዓት ተገሊጾም ዘይጽንቀቑ ስለ ዝኾነ።
    መቅቂልካ ብዉሑዱ ክሳብ ልዕሊ ዓሰርተታት ምዕራፋት ብተኸታተሊ እንተ ኣምጻእኻዮ ኣዝዩ ዉርሻ ስለ ዝኾነ ተገዲስካ ቀጽሎ ክብለካ ይፈቱ፨
    ሰማእታትና ንደብሶም!!!
    ክብርን ሞጎስን ንሓርበኛታት ስንኩላትና!!!
    ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!!

  • @ziyadahadush4606
    @ziyadahadush4606 ปีที่แล้ว +2

    Finally thank you

  • @shawerabubakergindaagaba-en8jw
    @shawerabubakergindaagaba-en8jw 7 หลายเดือนก่อน +1

    Nice bro

  • @henok346
    @henok346 หลายเดือนก่อน

    ንጀበሀ ሕጂ ፈሊጤያ bravo

  • @asmerethaile3545
    @asmerethaile3545 ปีที่แล้ว +3

    ክቡር ሓው ብጣዕሚ ጽብቅ ታሪኽ ትገልጾ አሎኻ ብጣዕሚ ትምስገን።
    ንዳይስቦራ ቆልዑትን መንእስይን ትሓስበሉ "ዶ"ትኾውን።
    እዚ ኹሉ ትገልጾ ዘለኻ ታሪኽ ቢ እንግሊዝን ብ ዓረብ ክዝርግሕ ሓሳብ አሎካ?
    እንተዝትርጎም ምሓሸ ሕስቡሉ።🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ትጉጾ ዘለኻ

    • @BUFERI
      @BUFERI ปีที่แล้ว +2

      ጽቡቕ ጠመተ ዩ፡ ኣነ እኳ ሓሲበሉ ኣይፈልጥን፡ ግን ጽቡቕ ሓሳብ'ዩ፡ ብሕጂ ግዜን ዓቅምን እንተተረኺቡ ዋላ ብሳብታይትል ኣብ ታሕቲ ብኢንግሊዝ ወይ ብዓረብኛ ከምዝግበር ክንገብር፡

  • @menghisteabhaile6349
    @menghisteabhaile6349 ปีที่แล้ว +1

    Bezaeba Melake Tekle tfelto teleka eba aqrbelna be Abdela eyu teqetilu malet akeba elom be dbya eyu teqetilu

  • @abduljelilatta7166
    @abduljelilatta7166 ปีที่แล้ว +2

    ኣብ ዘመነ ኢሳያስ ብዝዕባ ዓብደላ ትዛረቡ ናይ ሕጅንዶ ግበሩ

    • @BUFERI
      @BUFERI ปีที่แล้ว +3

      ታሪኽ ንምፍላጥ ዩ፡ ናይ ሕሉፍ ከይፈለጠ ወለዶ ከመይ ኢሉ ካብ ጌጋን ጽቡቕን ክመሃር?

  • @alem2627
    @alem2627 ปีที่แล้ว +3

    👍🏽🇪🇷👌🏽

  • @dontblameme596
    @dontblameme596 ปีที่แล้ว +1

    Wawww betami haxir xfufn zenad tentena nay jebha merhinete sedrabetawi,kebikawi felalayi eu neru mesakin deki kebesa gn b wewue hagerawi semit tenadiom yom zekalesu neyrom shenkolel ka abilemo nenehdedu wen afalisemo ksab hji wen beseleu aytefen kab deki kebesa wen ksab jebha teharirr jebha abay enda belu zenafku bezuhat abeyti sebat yeflt ye gena mesaki ezi klu zegber aflto temehrti sle zeyneberom be cadretat jebha resom tekanu eu neru wela lomi jebha ente belu aytehazelomn u Edme n EPLf 🇪🇷🇪🇷🥰

  • @emhaye5137
    @emhaye5137 ปีที่แล้ว +1

    አደጎልቦዶ ሰብ ይሐርሱ እዩም እወ አነኳ ትልመይ ተነሲኤ በለ
    ________+++++++_____++++
    ንጀብሃ ካብሱራ ክትምሖ ዝገበራ ድኸመት ምሕደራ እዩ፣፣
    ንሕና አባላት ኮማንዶ ሐይሊ ዓረምረም ንብሃል አብ ዓራግ ብኢራቃውያንን ደቀ ከበሳን ወታሀደራዊ ትምህርቲ እኹሉን ትሩፍን ብቁዓት ሰራዊት ኢነ ብሙልእና ካአ ደቂ ከበሳ ብምንባርና ድሕሪ ብዙሕ ህልኻት ለይቲ ንኽርሹኑና ሙሉእ ዕጥቂ ዓጢቆም አበጊሶሙና ኩላትና ፌደል ዝቆጸርና ኢና ኔርና ዝተሐተ 6ይ ክፍሊ ላዕለዎት ካአ ኢንቨርስቲ ዝወድአ በላሕቲ ስሙራት ኢና ኔርና፣ ግን ናይ ህዝባዊ ሐይልታት ስሩዓት ዝነበሩ ካብዚአ ከይትንቀሳቀሱ ዝብል መልእኽቲ አማሐላለፉልና ንሕናዊን በመራሕትና ከምዘይንኸይድን ከምዘይንቀሳቀስን ተሐበረና ፣ተመለስና ውን፣፣
    ንግሆ ዓብዱ ዓብደላ፣ ሕሻል፣ፎጃጅ፣ ብፍላይ ዓብዱ ዓብደላ አበቃላት ምሕላፍ ምስከላእናዮ አነኮ ድላየይ ዝገብርየ ኢሉ አንጸርጸረ፣፣ ንሕናውን ብስምረት ንስኻ ድላይካ ክትገብር ትኽእል ኢኻ ንሕና ኻአ ገንሸል እዛሃገር ኢና እቲትደልዩ ግበሮ ምስበልናዮ፣፣ መንዲሉ አውጺኡ ንብዓት ሐርገጽ ነብዐ ብድሕሪኡ ብዓል ፎጃጅ ሐፍሐፍ በሉ ዓብዱ ዓብደላ ፈትሸዎም እሉ ናወታደራዊ ንጥፈታት ዝተማሃርናዮ ጥራውዝትነ ፒሮን፣ የሕደጉና ፣ንሕና ግን አቀዲምና ንዝምልከቶ ኩሉ ትብል ደብዳቤ ልዕሊ 200ቆጽሊ ወረቀት ጽሒፍና ንዝሐልፍ ሰብ ፋሕአበልናሎም ካብታ ሰዓት እቲአ 2ተ ክልተ ሐይሊ ሃዝባዊ ሐይልታት ከበባና ክሳብ ቀጨጭ ሐቢረን አሰነያና ንሕና አይንርኤንን ግን ካብ ቀጨጭ ፈናጭሎም ፋሕፋሕ አበሉና እም አብከበሳ ዓደቀመሾ አራርዮም ኮፍ አበሉና፣፣ ድሕርዚ እተን 2ተ ሐይሊ ሃለዋትና ጠፊእወን ፣፣ብድሕሪኡ አብሐራመሬት ብንግዲ ዝንቀሳቀሱ ዝነበሩ ሰባት ብከበሳ ክወርዱ ይረኽብዎም እሞ ይሐትዎም አብዓዲ ቀመሾ ጥቃ ዓረዛ እኩባት አለዉ ይብሃል፣ግን እሶም ድዮም አይንሶምን አየረጋገጽናን ፣ምስበልዎም ሐንቲ ሐይሊ አብኡ አብቀጨጭ ሐዲጎም ሐንቲ ሐይሊ ናባና መጸት ተራኺብና ካአ ብዙሕ ተዘራረብና ግን ናህና ሐሳብ ምስ ህዝባዊ ሐይልታት ክንከይድ እዩ ኔሩ ፣ክኾነልና ግን አይከአለን፣ስለዚ ጀብሃ ፣፣ተ ሐ ኤ ብሰንኪ ዝንቡዕ መሪሕነት ከምወያነ ስሪአ ፈቲሐ ፋሕፋሕ ኢላ ሱራን መሰረታን ጠፍኤት ፣፣እዚ ቁንጭል አቢለ እየ ጽሒፈዮ ምኽንያቱ ዘስክሕክሕ ጉዳይ እዩ ካብ ሕጂ በሰላ አለና፣፣

  • @maharigbremeskel9711
    @maharigbremeskel9711 ปีที่แล้ว +2

    ኣብደካ ኣደርስ ድሕር ምድምሳስ ጃብሃ ካብ ጃብሃ ተፈልዩ ኣንጻር ጀብሃ ውይድብ ገሩ ንሓለጅፊ ጀብሃ ከቲሉ ንመላኤከ ተክለ ከቲልዎ ሰለዚኢ መብርህ ይጽበ

  • @ziyadahadush4606
    @ziyadahadush4606 ปีที่แล้ว +2

    ዝገርም ተኾይኑ አዚ አቶም መራሕቲ ጀብሃ ዝነበሩ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ አቲ ሓቂ ታሪኽ ጀብሃ ነጊሮም ክሞቱ ደበስ ናይቶም ኣብ ውግአ ሕድሕድ ዝተሰውኡ ደበስ ዩ ቢዓቅሙ

  • @user-kf5qh2ph1n
    @user-kf5qh2ph1n 7 หลายเดือนก่อน +1

    ክብረት ጥዕናን ይሃብካ እቲ ሐቂ ዛንታ ክምስክረልካ ይክእል ሐደ ካብቶ ንሰምርትን ሓድነት ናይ ክልቲኤ ወድባት ብዘተ ንክፍታ ብዝብል አኼባ አኬባ ሐትትና ።
    ንሐደ ወርሒ ዝአክል Hangri Schtraiek ኣካይድና ።
    35 ሕቶታትና ብዓብደላ ኢድርስን መልአኸ ንምፍታሕ አኬባ አካይድና መልሲ ከይረኸብና ንጽባሒቱ ሳዓት
    አርባዕተ ወጋሕታ ብወታሃደራት ሱዳን ተገፊፍና ዶብ ኤሪትራ ሱዳንን 400 ሚእቲ ተጋደልቲ ተጎሒፍና ድሕሪ ሳዓት ድማ አየር ሚጋት ናይ ኢትዮጵያ መጽኤን እብቲ ቦታ ዘዝነበርናዮ ደብደባ አጋጣሚ ኻብ ዝገብርናዮ ቦታ ናይ ክልተ ሳዓት ንከስላ ገጽና ስሒብና ብዘይ ሐደጋ ንከስላ ተመልስና ፋሉል ተባሂልና።
    ኩብር ሐወይ ዝገለጽካዮ ዛንታ ሐቂ ኢዩ

    • @user-kf5qh2ph1n
      @user-kf5qh2ph1n 7 หลายเดือนก่อน +1

      የቀንየለይ ኩቡር ሐወይ ይቅሪታ ታርኸይ ታሪክ ዝተሰዉኡ ብጾተይ ስለዝኮነ ደጊመ ክብርት ይሃብካ።

  • @user-sf5tb6wd7j
    @user-sf5tb6wd7j ปีที่แล้ว

    مرحبا هلا وسهلا 🌷🌷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷

  • @berekettsegay860
    @berekettsegay860 ปีที่แล้ว +1

    Bitami xibuk
    Bifiluy nay wedi afei kixibeyeka eye fetari yhagiz

  • @astermogos3105
    @astermogos3105 หลายเดือนก่อน

    ❤......

  • @ghenetkidane2
    @ghenetkidane2 ปีที่แล้ว +1

    💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @seidomer5457
    @seidomer5457 ปีที่แล้ว +1

    Bal Osman sabe and ahmen Nasir aneaiska Tarik misrah gin yigerim::

  • @awet3311
    @awet3311 ปีที่แล้ว +1

    ኣየ ጀብሃ ንመልኣከ ተኸለ ዝቀተለ ታሪኽ ዳኣ ዘይተምጽዎ

  • @rigmeb3294
    @rigmeb3294 ปีที่แล้ว +1

    እምብአር እዞም እንዳ ዓብደሊ ዝብሃሉ አብ 1995 ዘዕገርግሩ ዝነበሩስ ንሳቶም እዮም ማለት እዩ።

  • @tsegazeabtewolde2271
    @tsegazeabtewolde2271 ปีที่แล้ว +3

    Good job.

  • @freweynitesfamikael9012
    @freweynitesfamikael9012 ปีที่แล้ว +6

    ብሐቂ ደስ ዘብል ታሪክ ክፍለጥ ዝግቡኦ እዩ ብድብዱቡ መሪሕነት ጀብሀ ክም ብዓል ዓብደላ እድሪስ ዝነበሩ ዘይ ቁንዕ መሪሕነት ንሰዉራ ኤርትራ ንድሕሪት ዝመለስዎ ብሹፉኑ ካብ ዝከይድ ብትንታነ ምግላጽኩም ጹቡቅ ደስ ዘብል ስራሕ እዩ አጆኩም ክትንተን ዝግቦኦ ታሪክ ተንትኑዎ ዓሽ

  • @FsahaHagos
    @FsahaHagos ปีที่แล้ว +2

    Xibuq gerka gelixkayo alkha dikhmet nay jebha merahty,,

  • @2468justinbieber
    @2468justinbieber ปีที่แล้ว +7

    ስለዚ ዓብደላ ፡ካብ ንናጽነት፡ዝተጋደሎ ኣብ ምክልኻል ስልጣኑ ፡ዝያዳ ይሃልኽ ኔሩ ፡ማለት ኢዩ።

  • @anna-mariaasfha9264
    @anna-mariaasfha9264 9 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤🇪🇷🇪🇷👍🏽👍🏽

  • @yakobwelday5393
    @yakobwelday5393 ปีที่แล้ว +1

    🌵🌵🌿☘🍀

  • @zerabrukmichael5586
    @zerabrukmichael5586 ปีที่แล้ว +2

    Good article ቀጽሎ

    • @mebrahtufessehazion4473
      @mebrahtufessehazion4473 6 หลายเดือนก่อน +1

      ናይ ብሓቂ ብፍላይ ሓቂ ፈሊጦም ዕድሚኦም ኣብ ናይ ቁም-ነገር መዓላ ከውዕሉ ንዝደሊልዩ ንመንእሰያት ኤርትራ ልቦና ዝህብ ወሓዚ ታሪኽ ኣቅሪብካልና ነመስግነካ። ካብዚ ንላዕሊ ሕድሕድ ዝበላለጽ ታሪኽና ከተትሕዘና ንጸበየካ ሰብ ኴንካ ተረኺብካ ኣለኻ።

  • @awetkb709
    @awetkb709 ปีที่แล้ว +3

    ምንጪ ትረኻኻ ግና ከም ናይ በዓል ዓብደላ ወግናውነት ዘሓዘ ይመስል

  • @bitewa.1801
    @bitewa.1801 ปีที่แล้ว +1

    Tsbuk aqerariba, entekone eti ne jebha nemtfea zenebere nay shabiyan weyanen lefinti netirkayo aleka.

  • @selemuntekie3043
    @selemuntekie3043 ปีที่แล้ว +1

    Right, thate whay jebha eatinng ech other

  • @mihreteabgebrekidan3144
    @mihreteabgebrekidan3144 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @tadesetesfai6526
    @tadesetesfai6526 ปีที่แล้ว +2

    ፋሉል ቀይዲ በተኽ ተጋዳላይ ዘይኮነ
    እቲ መሪሕነት እዩ ፋሉል ቀይዲ በተኽ ክበሃል
    ዝግብኦ ከመይሰ ተጋዳላይ ብጉቡ ዲሞክረሰያዊ ሕቶታት ዝሐት ነይሩ መርሕነት ግን ነቲ አብ ካላአይ ሃገራዊ ጉባኤ ዝጸደቀ ውሸጣዊ ግርጪት ብዘተ እንተ ዘይኮይኑ ብሻሙቆ ብረት ክፍታ የብሉን ንዝብል ሕጊ ጢሒሱ ፋሉል መርሕነት ነቲ ተላዕሉ ዝነበረ ዲሞክራሲ ብሻሙቆ ብረት እዩ ክፈትሖ ጀሚሩ ሰለዚ ፋሉል ተጋዳላይ ዘይኮነ መሪሕነት እዩ።

  • @sukmbalmefthiaykonen300
    @sukmbalmefthiaykonen300 ปีที่แล้ว +1

    azyu xbuk gelaxi gn mnchi aygelexkan dehar kea ms abdela idrisn mbttan jebhan zbehal mknxal nay melake tekle ktelealo texebye nere

  • @binyamdebesay167
    @binyamdebesay167 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤

  • @natsnetmehari5271
    @natsnetmehari5271 ปีที่แล้ว

    ❤🇪🇷❤

  • @debishgirmay3268
    @debishgirmay3268 ปีที่แล้ว

    Bervo ajoka atlelka xubuk tbgeska aloka tarikena nebare Abe hiwetna kekwen metan verey nic bero .

  • @johnbaraki5399
    @johnbaraki5399 11 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ኔሩ ግን እቲ ሰእሊ ኣስማቶም እንተትገብረሉ
    ከመይ ምጸበቀ

  • @mrkismrkis2616
    @mrkismrkis2616 ปีที่แล้ว +3

    It's Nice your video however background noise distracted

  • @adyamhaile307
    @adyamhaile307 ปีที่แล้ว +1

    Srhit Falul ab Asmera kebabi 1979 kemey tigeltxo

  • @user-wb2id9fx5b
    @user-wb2id9fx5b ปีที่แล้ว

    شكرا لك اخي ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @alem2627
    @alem2627 ปีที่แล้ว +1

    ዋው 👍🏽💯👌🏽

  • @ephremgebrehiwot485
    @ephremgebrehiwot485 ปีที่แล้ว

    ናይ በሓቂ መሃሪ ታሪኽ ኢኻ ኣቕሪብካ! ብዝርዝር ንጹር ግዜን ኣሰኒኻ ከተቕርበልና ይላቦ! ድሕሪ ምብታን ጅብሃ ዝነበረ ዓቕለ ጽበታዊ ፈተነን ሽበራዊ ስርሒታት ኣብ ልዕሊ ህዝባዊ ግንባርን ከተስዕበልና ብትሕትና ይሓተካ። ኣይ ዓረፉን ክሳብ ምስ ወያነ ዓብደላ ኢድሪስን ሕሩይን ሰሪሖም ኢዮም።

  • @Warsay4565
    @Warsay4565 ปีที่แล้ว +2

    ኣገዳሲ ታሪኽ ኤርትራ። የቐንየልና ኩቡር ሓው

  • @user-xg1py2ki4n
    @user-xg1py2ki4n 11 หลายเดือนก่อน +1

    ብዛዕባ አድማ ኩማን ሐይሊ ዓረምረም ከ ከምይ አፍልጦኻ

    • @BUFERI
      @BUFERI 11 หลายเดือนก่อน +1

      I hope search kgebr mo keqrbo kbur haw

  • @hadashad2092
    @hadashad2092 ปีที่แล้ว +1

    Hadas💚❤️💙💛🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌱🌹☘️🍁🌻🌿💐🌺🍃🌴🌼🍀🌿🌸🌹☘️🌹🌱☘️👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @mebrahtuabay4339
    @mebrahtuabay4339 ปีที่แล้ว +4

    መመላእታ ነርኒ ግን ከመይ ገረ ክረክበካ እክእል ብዛዕባ ዓብደላ እዲሪሳ ዝገበሮ ኣብ ልዕሊ ብርጌድ 64 ኣብ ደንከሊያ ታማራት ዶኦብ ሱዳን

  • @kebekebarino6103
    @kebekebarino6103 ปีที่แล้ว +1

    Great 👍

  • @user-pu6bo3es2u
    @user-pu6bo3es2u 4 หลายเดือนก่อน +1

    Xbuq medeb

  • @habteghebrekal8003
    @habteghebrekal8003 ปีที่แล้ว +1

    ብቐዳምነት፣ ነቲ ሑሉፍ ቃልሲ ህዝቢ ኤርታ ከተፍጥ ምኽአልካ ዝነአድምሰጋና የብጻሕካ ነአብነት 9አባል ሰዉራዊ ባይቶ ከይጠቐሰካዮም ሐሊፍከ ከምኡ ድማ አታሓሕዛ ሙሩኻት እንተትገልጽ ጉዳይ መግራይብን ኩነታት ሃይለ ወለደሰላሴ አሰፍ አቢልካ እንተትገልጸልና ሰርያ አዲሰ አባ ብዝሖም ክንደይ ነይሩ
    ብዝኾነ ተቦግሶኻ አድኒቐካ አሎኹፐቀጽሎ

  • @Natti639
    @Natti639 ปีที่แล้ว

    Great thank you

  • @mohamedsouleman9760
    @mohamedsouleman9760 ปีที่แล้ว +3

    Absolutely 100%

  • @berhanekidane5572
    @berhanekidane5572 ปีที่แล้ว +3

    ""Very Impressive"" Tarich´n /History/ Amahahäran....! ""I am very proud of you""
    Wudäbna EPLF : Nezi kullu D´gelzkayo D´haze Mezahfti /Books/ Serihu Iyu. Iti Deckeck´ti d´mesäl: G´na ke´a Tarichawi Kabacha Temahireyo.
    Tarich ""Lackeys""Hruy Tela Bayru,Äbdela Idris, Sabe, H´shal Ab Sewra Eritrea Agedasi Bota Ayneberon. ""Political Prostitution"" ........Dekayidu D´neberu ""TOURISTS Iyom Neyrom....... ! Intebelnayom Iyu Dezeb´ckelom_____________
    Iti FUNFUN ""Lackey"" Äbdela Idris : Sala_Itom Hadesti Tegadelti´n........ /Temaharo/ Self´_Äyon/Labour Party/ : M´ssti Ckenzali Elf Wud´bu Ab 1981 TEGUAHIFU Iyu.
    Selfi_äyo : Nezom TOURISTS Ab M´lälayom Sled´dengoyu G´na : Izom TOURISTS, Säckay
    ""Sufferings"" Hz´bbi Eritrea Kenawuhu Ädd´ll /Gelegenheit/ Fettirulom Iyu. ......
    ELF: B´sanebuä /Lungs/ Nay Äbdela Idris Ketetenfäss Zeniha: Ab 1981, Iten ""Lungs""
    B´nay Jeganu ""heroic EPLF"" TTeyayit /Bullets/ Teckediden :JEBHA _Elf Ärifa/Moitta.
    ___________________________________________________________________________________
    Iti Mäsli Nay "" Bunttazz_Buluckbash" SOLDATI MUSELINI Imber: Mäsli Tegadalay Deynebero Ckenzali HSHAL : Ab 1979 ,Kab K´fli _Taälim K´ssaä H´merekolboy_Forto
    D´neberu Dejenat ELF : """"ZERE_GEDLI.""""" ! Db´ll "" TOURISM/GOSGUASAT Kekayid Teguanifuni Allo. Kem ___Hitler_Germany____ Iyu D´ffärahh. Nay ""Mester_Cknfäz"" H´bri
    /Colour/ Dellowa : Nay Emperor Haileslase_Amhara, Merahti West_Africa .....T´mesäll Hazar_Betri Iya Ättcku / his Arm/. Abti Ägifat/Lachatat Gereb_Äkatt ""every night""
    Zegem Deguanefen : Tegefifen D´te_akeba ""Eritrean young girls"" Yimäla´alu................,,,,,
    Yiwusächalu Yiquena Iyen...............................

  • @michaelgherie-chimar7842
    @michaelgherie-chimar7842 ปีที่แล้ว

    😇👍

  • @rorasabur2741
    @rorasabur2741 ปีที่แล้ว +3

    ናይ በሓቂ ነመስግነኹ ከምዚ ጌርኩም ታሪክና ሰውራና ተፍሉጡና ዘለኩ ፣ክብረት የሃብኹም ።

  • @floragebrea5mlak437
    @floragebrea5mlak437 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም አምላክ ምሳኻ ይኹን ብጣዕሚ ማሃሪ መንቅሒ ድኾነ ፕሮግራም እዩ ቀጽሎ ❤❤❤❤

  • @serewetay
    @serewetay 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሓደ መዓልቲ ውን ታሪክ ጨካን ሰታዩ ደም ኢሰያስ ኣፎወርቂ ከምዚ ክቃላዕ'ዩ።

  • @simondammer2674
    @simondammer2674 ปีที่แล้ว +2

    ይበል ትምህርቲ ቀጽሎ ኣሎና ተማሃሮ

  • @tesfayohannesstifanos8488
    @tesfayohannesstifanos8488 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ጽቡቕ ታሪኻዊ ትንተና ብዛዕባ ተ.ሓ.ኤ.ን መሪሕነታን ።
    መሪሕነት ጃብሃ አብ መስፍናውን ዓሌታውን ሃይማኖታውን ዓረባውን ስነ ሓሳብ ዝተላዕጠጠ
    አብ ነፍሱ ዕላምኡን ዘይትኣማማን ንጥፍኣት ሃገርን ሕዝብን ዝተሓንከረ መሪሕነት እዩ ነይሩ ።
    ብዛዕባ ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ
    ድሕሪ ናይ ስምረት ናይ ካርቱም
    አብ መንጎ መሪሕነት ጀብሃን ሕዝባዊ መሪሕነት ናይ ወጻእን
    ዝተኻየደ አብ ከበሳ ( ሓማሴን ሰራየን አከለጉዛይን )
    አይተጥቕሰን ። ተራ ናይ መልኣከ ተኽለ ከም ናይ ጸጥታ ምንም አይተገልጸን ።
    ብዝተገብረ ታሪኽ ተ.ሓ.ኤ ብሓፈሻ ግን ብዙሕ የመስግን፡ ቀጽልዎ ሰብ ክማሃሮ ።

  • @simdela4785
    @simdela4785 ปีที่แล้ว +5

    Thanks bro for informativ sharing እዚ እዮ ታሪኽ ዓብደላ? በል ናብ ሲዒድ ተወከል ስደዱለ ይኢኹም! ዓብደላን ዓባይ ጀብሃ ክብል ሓሚሙ ዘሎ!!

  • @tesfomberaki1121
    @tesfomberaki1121 ปีที่แล้ว +1

    Wawa gele aynet tarik Keep it going bro bzuh knmehar ena.

  • @user-nl1hv7ni2l
    @user-nl1hv7ni2l 5 หลายเดือนก่อน +1

    What a great journalist!.

  • @tadesseissak6297
    @tadesseissak6297 ปีที่แล้ว +3

    ኣብዚ ኩሉ ዝገለጽካዮ ዋላእኳ ስምካ ኣይገለጽካን እምበር ብሓቂ ጽቡቕ ኣቀራርባ ኢኻገይርካ ብፍላይ ነቲ ተበላጽን ህውትቱን ሕሩይ ካይሩን ንቲ እኮይ ዓብደላን ከምኡ እውን ነታ ልምስቲ ለብር ፓርቱምን ግርም ገይርካ ንንፋስ ሂካየን ኣለኻ እሞ ኣጆኻ በርትዕ እወ ሓቅኻ እቲ ኣብ ተሓኤ ዝነበረ ተጋዳላይ ብዘይ ብቑዕ መሪሕነት ዝተጏዕዘ ሰራዊት እዩ ነይሩ ልክዕ ካፒተን ዘየብላ መርከብ ገይሮምና እቲ ኩሉ ጅግንነት ተጋዳላይ ንብላሽ ገቢሮሞ

  • @fessehaziomkidane3988
    @fessehaziomkidane3988 ปีที่แล้ว

    Good job.thank you

  • @natnaelkebedomnatnaelkebed1501
    @natnaelkebedomnatnaelkebed1501 ปีที่แล้ว

    kemzi tarik amselna begakum

  • @yowhansgebrayyowhansgebray1638
    @yowhansgebrayyowhansgebray1638 ปีที่แล้ว +1

    ብመጀመርታ ዘቅረብካዮ ብሩህን ግሉጽን ኣተራርኻ ታሪኽ ጀብሃ ዘዘንተኻልና ነመስግ ቀጽሎ ምኽንያቱ ታሪኽ ኤሪትራ ኩሉ ጽቡቅን ሕማቅን ተጻዊሩን ሓሊፉ ብሓድሽ ዉድብ ህዝባዊ ግንባር ንሕሉፉ ከም መምሃሪ ገሩ ህዝቢ ወዲቡ ቅኑዕ መስመር ብምሓዝ ንናጽነት ኤሪትራ ኩዉን ገርዎ። እንተ ጉሓፍ ዓብደላን ሕማቅ ታሪኹን ኣብ እንዳ ጉሓፍ ደርቢዩዎም ህ/ግ ጅግና መርሕ እንሆ ሕጂ እዉን ንመጻኢ ሰላም ዝዓሰላ ሃገር ኣረኪቦምና ይሓልፉ ኣለዉ ህዝባዊ ግንባዊ ወትሩ ክብሪ የግብኦም ክብሪ ንዝሃቡና ኣርካናት ኤርትራ 🇪🇷⭐️🇪🇷

  • @semereokubaslas577
    @semereokubaslas577 ปีที่แล้ว

    Bitam adinqeka kexlo

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44 2 หลายเดือนก่อน

    ብፍላይ ናይቲ ኩፉአ ናይኩፋኣት ታሪኽ ኣብራሂምቶቲልካኣ ብፉሉይ አንተተቕርበላና ጹቡቕኔሩ

  • @ssolomon594
    @ssolomon594 ปีที่แล้ว

    ሕሩይ ሃዘጋ ምዕረፊኡ ምስ በልካ ፡
    ሓድሽ ተጋዳላይ ኮይነ ንኽምዝገብ ካብ ኣስመራ መጺኤ፡ ኣሮን እተባህለ ቀይሕ ጉልቡት ተጋዳላይ እና ሓተተኒ ኮሎ ፡ ሕሩይ ተላ ካብ እንዳ ቀነዝማት እስጦብያ ፡ ወዲወዶም ንራእሲ ወልደሚካኤል ፡ቀያሕ ዳርማር ቦት ሳእኒ ወድዩ፡ ኣብ በቅሊ ክስቀል ፡ ሽዑ ዝረእኽዎ ሕጂ ኮይኑ ተራእዩኒ ። ኣየወ ሕሩይ ምሽሙሽ ።❤🇪🇷❤🇪🇷