" ፈላመይቲ ጥይት ወፍሪ ኣሉላ ዝተኮሰ ርዙን መራሒ!"

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ก.ค. 2024
  • ልዕሊ 25 ዓመታት ኣብ ተጋድሎ ኣሎ። ኣብ ወራር ኤርትራ ብጅግንነት ተዃሺሑ ብጅግንነቱ ተሸሊሙ እዩ። ካብ በረኻታት ኤርትራ ክሳብ ኩሎም መዋስንቲ ኢትዮጵያ፣ ካብ በረኻታት ሶማልያ ክሳብ ሀገረ ላይበሪያ መራሒ ውግእን መኽበሪ ሰላምን ኮይኑ ኣገልጊሉ መዓርግ ተጎናፂፉ። ወራር ፅንተት ምስ ኣጋጠመ ድማ ምስ ነባር ፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ተፀምቢሩ ታሪኽ ሰሪሑ። ካብ ኦፕሬሽን ሰሜን እዝ ጀሚሩ ክሳብ ዓውደ ውግኣት ኣምሓራ መስተንክራዊ ስርሒት ፈፂሙ። ንጀነራል ወዲ ወረደ ብዝገርም ቆራፅነት ካብ ሞት ኣድሒንዎ እዩ። ኣብ ማህበረ ደይጐ ንንፁሃን ወገናትና ዝጨፍጨፉ ፀላእቲ ምሉእ ብሙሉእ ደምሲሱ ሕነ ፈድዩ። ነጥበ መቐይሮ ዓወትና ዝኾነ ወፍሪ ኣሉላ ፈላመይቲ ጥይት ተኲሱ ዘፈለመ ንሱ እዩ። መራሕቲ ውድብ ኣብ ተኽዓ ተኸቢቦም ኩሉ ነገር የብቀዐሉ ኣብ ዝነበረ ግዜ ብተኣምራዊ ስርሒት ተዋጊኡን ኣዋጊኡን ዘድሐኖም 'ውን እዚ ጅግና እዩ። መግለፂ ጫፍ ትግራዋይነት ጅግና ተጋዳላይ(ዋና ሳጅን) ኣሰፋ ኪዳኑ ይበሃል። ዝገርም ዕላል ኣብ ፕሎት ሚድያ ገይሩ ኣሎ ተኸታተሉ።
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 242

  • @ccasiisismaciil8406
    @ccasiisismaciil8406 20 วันที่ผ่านมา +14

    ትግራዋይ በሙሉ ጀግኖች ናቸው
    ሰምተን ሳይሆን በተግባር ስላየን እንመሰክራለን ለጠላት እጅ የማይሰጡ ጀግኖች ናቸው አለህ ይጠብቃችሁ

    • @user-jh9du7qd8t
      @user-jh9du7qd8t 18 วันที่ผ่านมา +1

      😂😂😂 ትግራዋይ በሙሉ ተረፍ ድሮን ናቸው

    • @ccasiisismaciil8406
      @ccasiisismaciil8406 18 วันที่ผ่านมา +1

      @@user-jh9du7qd8t
      የቅናት መንፈስ ወገሁት ምቀኛ

    • @AaA-nq7il
      @AaA-nq7il 18 วันที่ผ่านมา +1

      ​@@user-jh9du7qd8tባርያ🖕🇪🇷🖕🖕

    • @hanayemaryam12
      @hanayemaryam12 17 วันที่ผ่านมา +1

      ካባኹም ንላዕሊ ባርያ አሎ ድዩ ጥልያን ገዚእኩም አብይ ገዚእኩም ገረምቲ

    • @hanayemaryam12
      @hanayemaryam12 17 วันที่ผ่านมา

      ​@@user-jh9du7qd8tሊወር የመጣ እና ስለ ማንነቱ የተሰዋ አንድ ነው በትራይ አተዘራ አጥንትህ ልቀም

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 21 วันที่ผ่านมา +20

    ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ እኳዕ ብሂወት ሃለኻልና

  • @swseir8874
    @swseir8874 22 วันที่ผ่านมา +12

    ናይብሐቂ ጅግና ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑና

  • @HFt-uj5ul
    @HFt-uj5ul 22 วันที่ผ่านมา +13

    በቃድዩ እቶም መራሕቲ ትግራይ ንከምዚ ዓይነት ጀግና ተጋዳላይን ባዓል ፉሉይ ታሪክን መፍቲሒ ዘይገብሩሉ ይገርም😢😢😢

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 19 วันที่ผ่านมา

      ወዲ ፊክ ሚሊሊክ ሀስማ አቅምካ ፍለጥ አድጊ ህግደፍ ውፃእ ብፅብፅ 😂😂😂 ደንቆሮ

    • @Hareg675
      @Hareg675 19 วันที่ผ่านมา

      ​@@aronyonas7563በቃ ድዩ ሓቂ ዝተዛረበ ጥቅን ተብልዎ😢 የሕዝን ሓቁ/ቃ እያ/ዩ ነዚ ጅግና ክሕገዝ ኣለዎ።

  • @DanielBrhanu-hg3un
    @DanielBrhanu-hg3un 21 วันที่ผ่านมา +10

    Wow!ተባዕ, ብሱል,ጀግና👏👏👏👏👏

    • @mica9414
      @mica9414 19 วันที่ผ่านมา

      Dunkurina nay Tegaru yegerem iyu kulu gieshe ab hasot kitnebru.

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 19 วันที่ผ่านมา

      ​@@mica9414በክቲ አድጊ ህግደፍ ደንቆሮ አቅሚን ፍልጠትን የብልካን ትግራይ ክተልእላ ወዲ ፊክ ሚሊሊክ ካልአይ ተመሳሰሲልካ ምንባር ሀድጋ እዩ ፍንጂ ምርጋፅ ቻ በሎ ውፃእ አድጊ ህግደፍ

    • @AaA-nq7il
      @AaA-nq7il 18 วันที่ผ่านมา +2

      ​@@mica9414ስቅበል ባርያ ሓማሴን🖕🇪🇷🖕🇪🇷🖕

  • @saraberhane84
    @saraberhane84 22 วันที่ผ่านมา +12

    አንቱም ጀጋኑ ትግራይ መግለፂ የብለይን የቅንየልና

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 19 วันที่ผ่านมา

      ግርድና ተላላኪ ስራ የለንም አታስፈልግም ጃዊሳ ግን ከየትኛው ነህ ከ የመን ስሀራ ከ ኡማን ስሀራ ከ ሳውዲ ስሀራ አትጩህ ገመድ አፍ ተምታትቶባችሀል

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus 20 วันที่ผ่านมา +3

    ሺሻይ ወረስ ሓድሃዲኦም ብእምቖት እናረእኩም ።
    ፀላእቲ ካም መበገሲ ከይትቃሉ ጥንቃቀ የድሊ በሃላይ እየ።

  • @user-iz5ws3tz3t
    @user-iz5ws3tz3t 22 วันที่ผ่านมา +9

    ጀግና ናይ ጅግና ዘርኢ ኢኻ

  • @user-fo3sl1vy2v
    @user-fo3sl1vy2v 22 วันที่ผ่านมา +8

    ጅግና አቦና.......
    እቲ ጅግና ወዱ ኮማንዶ ብሂወት አሎ ዶ

    • @-segleletmedia7146
      @-segleletmedia7146 22 วันที่ผ่านมา +3

      ኣሎ እዩ ኣብ ቀረባ እዋን ጋሻ ክኸውን እዩ።

  • @amoletamedia2730
    @amoletamedia2730 22 วันที่ผ่านมา +23

    ጅግና ወዲ ህዝቢ❤
    ፈላመይቲ ሪኢቶ ዝፃሓፍኩ ድማ ኣነ

    • @baqr4383
      @baqr4383 11 วันที่ผ่านมา

      Xahxahti

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 21 วันที่ผ่านมา +5

    ተጋሩ ዘይተነግረሎም እምበር ዘይሰርሑዎ ታሪኽ የለን

  • @user-yp9tw8sr9w
    @user-yp9tw8sr9w 19 วันที่ผ่านมา +2

    ተጋሩ ዘይተነግረሎም እምበር ዘይሰርሑዎ ታሪኽ የለን❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @destaAman-xn7td
    @destaAman-xn7td 22 วันที่ผ่านมา +3

    ብጣዕሚ እዩ ዘገረም ታሪክ ግን ምራሕቲና ኣይረቡሕን ዕድም ልክዕም ብናይ ወጣት ዝቅልድ

  • @EbrahimDh
    @EbrahimDh 22 วันที่ผ่านมา +6

    ጅግና ወዲ ህዝቢ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @elenikahsay8212
    @elenikahsay8212 21 วันที่ผ่านมา +4

    ከብሪይ የግባአካ አያና❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tessemamizer9907
    @tessemamizer9907 22 วันที่ผ่านมา +3

    Thanku for ur service Sir❤❤❤

  • @user-fp2ey6qu7r
    @user-fp2ey6qu7r 21 วันที่ผ่านมา +3

    ዝገርም ታሪኽ ብሓቂ🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-mw9jx8fz8f
    @user-mw9jx8fz8f 21 วันที่ผ่านมา +4

    ታይሞ ልጅግና ንገልፀሉ❤❤❤❤❤

  • @semaitkahsay9036
    @semaitkahsay9036 20 วันที่ผ่านมา +2

    በሓቂ ጅግና❤❤

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera9233 21 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤ des kibil zerebuu jegna edmen tienan yihabelna ❤❤

  • @user-gq2gl2xf6v
    @user-gq2gl2xf6v 19 วันที่ผ่านมา +1

    ታሪክ ወሎዶይ ይሰነድ "ዝገርም ጅግንነት ✊

  • @user-fp2ey6qu7r
    @user-fp2ey6qu7r 21 วันที่ผ่านมา +3

    ወዲ ወረስ ማይ ሶፍት ምሓዝ ልመድ ብደረቚ አይትግበሮ😮😮😮😮😮

  • @merideyasueyasu6126
    @merideyasueyasu6126 5 วันที่ผ่านมา

    መርኣያ መዘና ኣልቦ ጅግንነትን ፅንዓትን ተጋሩ፤

  • @kenzmobile3862
    @kenzmobile3862 10 วันที่ผ่านมา

    ናዓኹም ዝገልፅ ቃላት የብለይን ❤❤❤❤❤

  • @addisalemmesfin4849
    @addisalemmesfin4849 22 วันที่ผ่านมา +3

    እዚ ጅግና ዝብሎ ዘሎ ህዝቢ ኢትዮጵያ አይፈልጦን፣ ፉሉይ መደብ ክስርሐሉ አለዎ።ባዕሎም ወጊኦምኒ እምበር አነስ አይሓሰብኩዎን ሰለ ዝበለ ህዝቢ ብኡ እዩ ዝፈልጦ።

  • @SalamSalam-of1rb
    @SalamSalam-of1rb 20 วันที่ผ่านมา +1

    ፈጣሪዕድመንጥዕናንይሃብኪፈጣሪ

  • @CjwkcSjqj
    @CjwkcSjqj 17 วันที่ผ่านมา +1

    ጅግና ወዲ ህዝቢይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FjvGb
    @FjvGb 22 วันที่ผ่านมา +3

    ጀጋኑ❤❤❤❤❤

  • @AaA-nq7il
    @AaA-nq7il 20 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላኩም ኢና ንነብር ዘለና ጀጋኑ ታጋደልቲ❤

  • @GebreGebremedhin-kg4mw
    @GebreGebremedhin-kg4mw 20 วันที่ผ่านมา +2

    We never forget you our heroes

  • @Wedi.22haile.weyanay
    @Wedi.22haile.weyanay 11 วันที่ผ่านมา

    አንበሳ በረካ ጅግና❤❤❤❤

  • @kenzmobile3862
    @kenzmobile3862 10 วันที่ผ่านมา

    ወዲ ህዝቢ ጅግና ❤❤❤

  • @user-ok1qx8kg5v
    @user-ok1qx8kg5v 21 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሴ ብኣካል ኣብ44ክፍለጦር ሶማሊያ ነገሌ በረና ኮታሰ ፅንዓት ትግራዋይነት ዝተመልኦ ሰብ እዩ

  • @tefetawit1
    @tefetawit1 21 วันที่ผ่านมา +2

    Ezi kulu zserh jigna sagin aikonen "General ewun kneso iyu"ha😊ye dea zigber gberuta long live hero🎉🎉❤❤❤

  • @HenokDengeze
    @HenokDengeze 20 วันที่ผ่านมา +1

    እዋይ ኸመይ ዝበለ ጀግንነት

  • @kubromelias3153
    @kubromelias3153 22 วันที่ผ่านมา +2

    ጆግና ኢኻ ካልእ ቃል የብለይን።

  • @user-rs7tm5rv5d
    @user-rs7tm5rv5d 21 วันที่ผ่านมา +1

    ጅግና ❤❤❤❤

  • @KahaseMezgebe
    @KahaseMezgebe 8 วันที่ผ่านมา

    ዝገርም ጀግና 👍👍👍👍

  • @yonasberhe6284
    @yonasberhe6284 19 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you for your service

  • @tawodrosGirmay
    @tawodrosGirmay 21 วันที่ผ่านมา +1

    መሕዘኒ መውደልደልቲ ዝዕድረሉ ግዜ ናብ መራሕቲ ክትበፅሕ ሸር ግበርዎ

  • @Wedi700
    @Wedi700 5 วันที่ผ่านมา

    ጅግና አያና

  • @stpual1
    @stpual1 22 วันที่ผ่านมา +8

    እንኳዕ ናትና ኮንካ ( ኮንኩም )
    ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።

  • @Gebremedhin-nl8pk
    @Gebremedhin-nl8pk 21 วันที่ผ่านมา +1

    🐝 ንበርልና ጀጋኑና እንቢ ንባርነት መዋእልኩም በረካ ሰፊርኩም

  • @user-ur1sh6kl8r
    @user-ur1sh6kl8r 22 วันที่ผ่านมา +3

    ጀግና💪💪💪💪💪❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @tetemkehadera7227
    @tetemkehadera7227 22 วันที่ผ่านมา +2

    ጀግና

  • @user-mc4jw7xx3r
    @user-mc4jw7xx3r 22 วันที่ผ่านมา +4

    💖💖💖💖💖💖💪💪💪🙏🙏

  • @goitomtewelde
    @goitomtewelde 20 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gebregirmay3351
    @gebregirmay3351 14 วันที่ผ่านมา

    ከምዙይ ዓይነት ረብሓ ዘይብሉ፤ተቀባልነት ዘይብሉ ሓሳብ ተዘይተቅርብ ይምረፅ። ሓደ ሰብ ንሓደ ሰብ ኣብ ቃልሲ ኣየድሕኖን ። በይኑ ጥይት ዝትኩስ ሰብ የለን።ቃልሲ ዘይፈልጥ ክኮን ይክእል ኢለ ይግምት ። ኣብ ቃልሲ ብሓደ ሰብ ዝፍፀም ነገር የለን። ኣብ ቃልሲ ኣነ ከምዙይ ገይረ፤ኣነ ሰሪሐዮ ወዘተ" ኣነ" ዝብል ቃል ካብ ሓቂ ዝረሓቀ እዩ ። ከም ጋዜጠኛ ድማ ከምዙይ ዝበለ ዝወረደን ዝወደቀን ሓሳብ እንተትእርሞ ፤እዚ ወዲ ካብቲ ወተደራዊ ጉጅለ ወፃኢ ኣይኮንን ።ኣብ ሕሉፍ ታሪክ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ከምዙይ ዝበለ ቃል ተሰሚዑ ኣይፈልጥን ። ከም በዓል ሞያ ሓሳቦም ክገልፁ መስመር ክሕዙ ምግባር የድሊ እዩ።

  • @helenberekt3774
    @helenberekt3774 21 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤Nay bahki jega kibry nakum

  • @TsegaTsegaGerezihar
    @TsegaTsegaGerezihar 22 วันที่ผ่านมา +2

    jigna wahs hzbu❤❤❤❤❤❤

  • @tedrosabraha973
    @tedrosabraha973 วันที่ผ่านมา

    ጅግና ኮይኑስ ጅግንንነት እኮ ሰሩሑን አስሪሑን
    እሞ ንጅግና ሐገዝ እዩ ዘድልዮ
    ጅግና ኢልካ ምጽሐፉ እኩል አይኮን

  • @GerageraGeragera-vp1bl
    @GerageraGeragera-vp1bl 21 วันที่ผ่านมา +1

    ንጅግናዘይትኸዉንሃገር

  • @gggh9299
    @gggh9299 18 วันที่ผ่านมา

    ክብሪ ብሽም ህዝቢ ትግራይ ይግቦኦ ብዝበለጸ ክብሩ ግን ጸጥትታ ትግራይ ክሕሎ ኣለዎ ጅግና ኣያና❤❤❤❤

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883 22 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-kc1um7ep8r
    @user-kc1um7ep8r 22 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤

  • @haftomdebeasy3749
    @haftomdebeasy3749 19 วันที่ผ่านมา

    ጅግና ኩቡር ሓውና ዕድመን ጥዕናን ያሃበልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 21 วันที่ผ่านมา +2

    ትግራይ ጀጋኑ አለውዋ ግና ፍረ ቃልሶም ብዘይ ምኽሓሳ ይሕምም

  • @lemlemhagos9299
    @lemlemhagos9299 22 วันที่ผ่านมา +1

    Egezabher edmena tiana yehabekia jegena haweye ❤❤❤

  • @Ahmedd-br4ht
    @Ahmedd-br4ht 19 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤ጀጋኑና ኩርዓትና

  • @SelamAsefa-ur8ll
    @SelamAsefa-ur8ll 20 วันที่ผ่านมา

    ጀግናስ ነብርዃዋ ኽብርዃ ብስራሕዃ ምኾነ❤❤❤❤❤

  • @user-nq1gm6rf3u
    @user-nq1gm6rf3u วันที่ผ่านมา

    ጅግና ኣያና❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-vu4zt2zi3y
    @user-vu4zt2zi3y 19 วันที่ผ่านมา +1

    😢😢😢😢😢😢

  • @mamalove7729
    @mamalove7729 11 วันที่ผ่านมา

    ኣቤት ጅግናንት የዒስ ወዲ ህዝብ

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 17 วันที่ผ่านมา

    ጀግና 💪💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️

  • @kidstitigraymedia7478
    @kidstitigraymedia7478 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጀጋኑ ናትኩም እሞ እንታይ ክንገሮ❤

  • @fatemhhhfatemhhh9693
    @fatemhhhfatemhhh9693 22 วันที่ผ่านมา +2

    Jegna❤❤❤❤

  • @yohannes9891
    @yohannes9891 21 วันที่ผ่านมา

    ጅግና ክብለካ ግቡእካ እንተኮነ ብዝገበርካዮ ተወፋይነት ኣበርክቲን ነገርግን ኣብዚሕጂሰዓት ብዝካየድ ዘሎ ሃንግን ጭውያን ስርቅን ኣብትግራይ ጥልመት ናይቶም ዝሓለፉ ብጾትካዩ ስለዚ ንስካ ዉን ተሓታቲኢካ

  • @Yeabiyo
    @Yeabiyo 21 วันที่ผ่านมา +2

    plot Midia ብጣዕሚ እየ ዘመስግን እሞ እተን 150000 አታዊ ገይረየን አሎኹ እሞ ብዝተኻአለ ቀልጢፋ ተሰሪሓ እንተትወሃቦ ክብል ብትሕትና ይሐትት

    • @-segleletmedia7146
      @-segleletmedia7146 21 วันที่ผ่านมา

      ክብረት ይሃብካ ንስኻ ውን ጅግና ኢኻ። ብዝወፀ ይተካእ።

    • @brhaneye9521
      @brhaneye9521 18 วันที่ผ่านมา

      ብዝወፀ ይተክአልካ 🙏😊

  • @Harsile
    @Harsile 17 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ተጋሩ ዘሎ ነብሰ ምትሓት መቸም መዘና የብሉን። እቲ ዘገርም ዓቕሞም ዘይፈልጡ ምኳኖም ኢዩ። ኣብ ሓቀኛ ክውንነቶም ዘይተሰረተ ኣብ ሓሶትን ምትላልን ዝተሰረተ ዘየለ ታሪኽ ክፍብርኹ ጽሓይ ዝዓረበቶም ድንኪ ፍጥረት ኢዮም።

    • @SolomonAdigrat
      @SolomonAdigrat 12 วันที่ผ่านมา

      ትግራዋይ ዋላ ከምቲ ትብሎ ዘለኻ ትሕት ውዒሉ እንተዝሓድር ኩሉ ጊዜ ልዕሊ ህግደፍ እዩ፣ ብተፈጥሩኡ ግና ትግራዋይ ልዕሊ ኩሉ ፍጡር ምዃኑ ብተግባር ኣርእዩ እዩሞ ዛሓቂ እዚኣ ማይ ጌርካ ዋሓጣ

  • @Citcitx8
    @Citcitx8 10 วันที่ผ่านมา

    ኣንበሳ።

  • @amanualalemu8561
    @amanualalemu8561 22 วันที่ผ่านมา +2

    Jegna❤❤❤

  • @user-eg6up7lp5b
    @user-eg6up7lp5b 5 วันที่ผ่านมา

    ጅግና ወዲ ህዝብ🎉🎉🎉

  • @aklilneche-bg1ze
    @aklilneche-bg1ze 21 วันที่ผ่านมา +1

    jegna.bselakum.alena

  • @adisuwoldu7341
    @adisuwoldu7341 21 วันที่ผ่านมา +1

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 21 วันที่ผ่านมา +2

    ንህዝቢ ትግራይ ኢሎም እምበር ፍረ ቃልሶም ብዘይምርካቦም ግና አዝዩ ይሕዝን

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 19 วันที่ผ่านมา

      ካበይ ዝመፃካ ገ ኢካ ኩርኩር ብዛእባ ትግራይ ብፅብፅ አይምልከተካን ባንዳ ህግደፍ ወዲ ፊክ ሚሊሊክ ተዳስሎ ንሲኦል

  • @nananana1404
    @nananana1404 3 วันที่ผ่านมา

    ጀግና ወዲቶም ጀጋኑ

  • @zewdeberhe1610
    @zewdeberhe1610 14 วันที่ผ่านมา

    Bunch of layers.

  • @HahaHahaha-if1ih
    @HahaHahaha-if1ih 22 วันที่ผ่านมา +1

    ስልክ ላአኹልና

  • @kirosa1286
    @kirosa1286 22 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤🎉🎉

  • @user-eo5bn2rb7y
    @user-eo5bn2rb7y 22 วันที่ผ่านมา +7

    ጅግና ወዲ ትጅግና ህዝቢ❤❤❤❤❤❤❤

  • @sesenberhe4440
    @sesenberhe4440 19 วันที่ผ่านมา

    💕💕💕💕💕

  • @aflachannel
    @aflachannel 22 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤ tdf

  • @user-ik2zk4of1v
    @user-ik2zk4of1v 21 วันที่ผ่านมา +2

    ኣቱም ዝምልከተኩም መራሕቲ ትግራይ ብጣዕሚ ተሕዝኑ ነዞም ጀጋኑ ግቢኦም ዘይትገብርሎም ብሳላኣቶም ሂወትኩም ተሪፋስ በጃኺም ን ጀጋኑኹም ቁሊሕ በልዎም 😢

  • @LeteshuAregawi
    @LeteshuAregawi 14 วันที่ผ่านมา

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛🙏🙏👌

  • @MuluHaile-x3r
    @MuluHaile-x3r 14 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-dv5nu5mz5q
    @user-dv5nu5mz5q 12 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-rl5os7wk3y
    @user-rl5os7wk3y 15 วันที่ผ่านมา

    ታሪኽ ብኣግባቡ ክስነድ ኣለዎ ኣይኮነን ግን መሊሱ ዘሕፍረና ነቲ ሓቐኛ ታሪኽና ዘህስስ ውልቃዊ ዝተጋነነ ታሪኽ ካብ ጥቕሙ ጉድኣቱ እዩ ዘምዝን በተለይ ጠያቒ ዘቕረብካዮ ቀደደድ መሕፈሪ እዩ

  • @abeyhaileselassie3040
    @abeyhaileselassie3040 21 วันที่ผ่านมา +2

    ዳግማዊ ሓየሎም

  • @avielavi990
    @avielavi990 16 วันที่ผ่านมา

    Ta amir of TDF jeganu warrior God bless you 🙏🙏

  • @TsigshGebretadik
    @TsigshGebretadik 13 วันที่ผ่านมา

    JgNa,Aka

  • @AaA-nq7il
    @AaA-nq7il 18 วันที่ผ่านมา

    TDf መን ከመ ከማኩም ሳላኹም ንነብር ኣለና 💛❤️❤️💛❤️❤️

  • @Nigsti-kz5vr
    @Nigsti-kz5vr 21 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @asresachkidanu6056
    @asresachkidanu6056 19 วันที่ผ่านมา

    🌺🌺🌷🌸🌺🌺

  • @nouraviri4903
    @nouraviri4903 11 วันที่ผ่านมา

    💝💝💝💝💝💝💝

  • @mex4230
    @mex4230 15 วันที่ผ่านมา

    if you were winning like that, how come you lost the war and forced to sign the Pretoria agreement? Tegarun hasotn mechem ayfelaleyun eyom.

  • @Asi4394
    @Asi4394 22 วันที่ผ่านมา +3

    Gigna TDF 🎉

  • @asresachkidanu6056
    @asresachkidanu6056 19 วันที่ผ่านมา

    አንበሳ ትግራይ ጀግና

  • @samisolomon8470
    @samisolomon8470 20 วันที่ผ่านมา

    ሊባ እዩ ኮ ድሕሬ ዉግእ ዝከብር እናኮዕ ባ አይምቆሰልኩ ኣይምተሰወእኩ

  • @amanyohannes8271
    @amanyohannes8271 3 วันที่ผ่านมา

    We proud TDF yohannes Germany 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤ respect brave

  • @GhiwotBirhane-bu7uy
    @GhiwotBirhane-bu7uy 4 วันที่ผ่านมา

    እንታይ ማለት ዩ? 2 ሂወት ነይርዎ እታ ሓንቲ ሂቡ ሓንቲ ሒዙ ይርከብ ማለትካ ድዩ?