"ደንበ ፀላኢ በጣጢሳ ዘምለጠት ዘይተዘመረላ ዋዕሮ!"

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 มิ.ย. 2024
  • ሰራዊት ሻዕብያ ኣብ ከባቢኣ የብፅሖ ዝነበረ ግፍዒ ኣስካሕክሓ። ኣብ ጎረቤታ ንሓንቲ ወላዲት እንኮ ውላደን መንዚዑ እንትርሽኖ ርእያ ስና ነኸሰት። ናብ መረብኣ ኣትዩ ንሓንቲ ቤተሰባ እንትርሽና ሓረነት። ንወዲ 1 ዓመት ህፃን ወዳ ብእግሮም ረጊሖም ምስ ወቕዑላ ድማ ከም ነብሪ ንሂራ ተጋደለት። ኣብ ብርክት ዝበሉ ዓውደ ውግእ ብጅግንነት ተዃሺሓ ክሳብ መራሒት ጋንታ በፀሐት። ክልተ ግዜ ተማሪኻ ብተኣምር ወፂኣ። ዝማረኻ ድማ ወገነይ እትብሎ ትግራዋይ ምዃኑ ይገርም። ጎናጎኒ ውግእ ብፆታ እናሓከመት ካብ ሞት ኣድሒና እያ። ህይወታ ዘድሐነ ብፃያ ኣብ ዝባና ተሰዊእዋ ብኸቢድ ቃንዛ እናነበዐት ትዝክሮ። እዛ መደምም ዝኾነ ከምዚ 'ውን ኣሎ ድዩ ዘብል ታሪኽ ዝወነነት ዋዕሮ ተጋዳሊት ኢየሩሳሌም ገብረሚካኤል ትብሃል።
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 340

  • @wediafterarizerayakob4933
    @wediafterarizerayakob4933 วันที่ผ่านมา +12

    ምስ ተጋዳሊት እየሩሳሌም ኣብ ሓደ ኣሃዱ ነይርና። ካብተን ቆራፃትን ደፋራትን ተጋደልቲ ሓንቲ እያ። ኩለ መዳያዊ ተሳትፎ ብምግባር ብፍላይ ኣብ ግጥሚ ፣ ደርፍን ተዋሳኦን ብምስታፍ ሰራዊት ናይ ምልዕዓል ክእለቱ ሉዑል ነይሩ። ደርፊ ኣውፂኣ እዉን ኣስሚዓትና እያ። ሲስ ከምዙይ ገይርካ ጀጋኑና ሃዲንካ ናብ ሚድያ ምዉፃኻ ከይናኣድኩ ኣይሓልፍን። ጀሪ እዉን ኣንቲ ጅግና ! በርትዒ ! ካብቲ ዝነበረኪ ባህጊ ጥበብ እዉን ንድሕሪት ከይትብሊ ፃዓሪ !🙏🙏🙏

  • @HiwiGaltigray
    @HiwiGaltigray 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    መግለፂ ዝሳኣንኩላ ዋዕሮ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ዛምቤተዋኒ❤❤❤❤❤ ክብሪ ናዓኩም ጀጋኑና❤❤❤❤❤❤❤

  • @HritZeru
    @HritZeru 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    መግለፂ ዝስኣንኩላ ዋዕሮ እንኳዕ ተረፍኪ❤❤❤❤

  • @rona7755
    @rona7755 2 วันที่ผ่านมา +19

    እዞም ተጋደልቲ ትዲኤፍ ተዛሒቑ ዘይውዳእ ጅግንነታዊ ዛንታ እዮ እኒሀዎም። ዋውውው !! ትግራዋይ መንፈሱን ጅግንነታዊ ፅንዓቱ ፍሉይ'ዩ።

    • @hranetesfa7484
      @hranetesfa7484 2 วันที่ผ่านมา

      Ewe gin hji Kinger ayneberon

    • @fasiltesfamichael6535
      @fasiltesfamichael6535 วันที่ผ่านมา +1

      abey emoni ezi wedi shermuta abi ahmed endu azliqu emberi mulu b mulu kitdmsesa iyu niru eti medeb

  • @user-po6hw9ws1k
    @user-po6hw9ws1k วันที่ผ่านมา +3

    ኡፍ ነብዓ ኣንብዓትኒ 😭ኣጆኺ ዛምቤተይ እንኳዕ እማ ብህይወት ተረፍኪ💜🙏
    ዘለዓለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና💔🥺✊

  • @tsegazeabhagos3395
    @tsegazeabhagos3395 วันที่ผ่านมา +8

    ስልኪ ቁፅራ ፀሓፈልና

    • @Plotmedia.
      @Plotmedia.  วันที่ผ่านมา

      0902840879 eyerusalem gebremikaiel

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 3 วันที่ผ่านมา +12

    ዋዕሮ እንኳዕ ብሂወት ተሪፊኪ ሑሉፍ ታሪኽኪ ንምዝራብ ኣብቀዐኪ🙏❤❤

  • @user-dv9kg2ru6d
    @user-dv9kg2ru6d วันที่ผ่านมา +1

    ኣጀኪ ዛበይተይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ እንኳዕ ንስኪ ብሂወት ተረፍኪ ሰማእታት ትግራይ እዉን ሰማእት ቅዱሳን ይግበረሎም

  • @almazhayelom8435
    @almazhayelom8435 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እንካዕ ተረፍኪ ዋዓሮ ትግራይ❤😢😢

  • @user-eu1wf7pp6n
    @user-eu1wf7pp6n วันที่ผ่านมา

    እንቋዕ ብሂወት ተረፍክልና ዋዕሮና ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና💔🙏

  • @muluhailegiorgis9476
    @muluhailegiorgis9476 2 วันที่ผ่านมา +20

    ዋይ ጓለይ። በቃ ፅባሕ ምስወግሐ ክድውለላ እየ። ክሕግዛ ድልውቲ እየ። ኣነ እውን ጓል ዕዳጋሓሙስ'የ

    • @user-ce2jq4eb5i
      @user-ce2jq4eb5i 2 วันที่ผ่านมา +1

      ክቡር ሰብ ማዕረ ነብሱ የኽብር 👌🥰🥰🥰

    • @Email-cp2ov
      @Email-cp2ov 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ጅግና ዋዕሮ ጋል ሓፍተይ ሓበነይ❤❤❤

  • @user-sm6bx5hn5i
    @user-sm6bx5hn5i 2 วันที่ผ่านมา +13

    እፍፍፍ ካልኣይ ሓወይ ዶ ትካን ብምታይ ክረክባ እባ ተሓበበርኒ ክጥይቃ ነይረ ወዲ ውቅሮ ከባቢ ተከኑ በጃኪ በጀኪ ክረክበኪ ምንም ኣይገብረለይ ግን በቃ ለዋገዐኪ ነገር ትነግርኒ ደልየ ነይረ ዝሓፍተይ ኣትጭክንለይ ብሱም ትብፃኪ ዋላ ብፅሑፍ መልሰለይ ዝሓፍተይ ፀሊም ወዲ ውቅሮ ተካኑ 😭😭😭💔💔💔💔

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ጃዊሳ ተምታትቶባችሀል ግን ከየትኛው ነህ ከ የመን ስሀራ ከ ኡማን ስሀራ ከ ሳውዲ ስሀራ ምን ትስራለህ አታስፈልግም ፋራ ደንቆሮ አትምጡብን በጣም ተፀይፈናቹሀል አረብ ውጣ አታስፈልግም

  • @user-jd8wn9lh3d
    @user-jd8wn9lh3d 2 วันที่ผ่านมา +5

    እንኳዕ ብህይወት ተረፍኺ ጀሰግና ሓፍተይ ክንደይ ሓሊፍኹም ደሃይ ዘየሰብሎም ኣሕዋተይ ኸ ኣበይ የሰህልዉ😢😢

  • @user-vv4es5xf9x
    @user-vv4es5xf9x 3 วันที่ผ่านมา +9

    ኣይ ነብዓ ኣንብዓትኒ 😢ዋዕሮና እንኳዕ ብህወት ተረፍኪ

  • @Btaddese
    @Btaddese 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኣጆኺ ምዓረይ ኩልና ንሓግዛ ነዛ ዋዕሮ ሓፍትና🙏❤

  • @user-km3yl8ho5l
    @user-km3yl8ho5l 3 วันที่ผ่านมา +9

    እንኳዕ ብሂወት ተርፊኪ ዋዕሮ❤❤❤❤❤

  • @lisanutilahun4975
    @lisanutilahun4975 วันที่ผ่านมา +2

    ናይዛ ዋዕሮና ውዕሎ ቅያኣ ዝቃወሙ ወገናት ኣለው ከዲዕኺ ኢኺ ሓሳዊት ወዘተ ዝብሉ ሓሳባት ኣለው እሞ ውዕሎ ጀጋኑና ትውልዲ ዝጣራጠሮ ታሪኽ ከይሓልፍ ምፅራይ ተዝግበር ክብል ይደሊ ንመቕረብትን መዳለውትን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @berhaneyebeyen5
      @berhaneyebeyen5 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ምፅራይ ኣየድልን ተሰሊፋ ግቡኣ ምፍፃማ ኡኹልዩ ።

  • @elsaberhe3671
    @elsaberhe3671 วันที่ผ่านมา +4

    ክትዕድሞም ከለኻ ሶፍት ቀርበሎም ንብዓት ኣይቀርን ዝርኣዮም ብዙሕ ዩ 😭😭😭😭😭😭😭

  • @samrawitlisanu6396
    @samrawitlisanu6396 2 วันที่ผ่านมา +4

    ጀግና ነሽ እንኳን በህይወት ተረፍሽ 🙏🙏🙏የእናንተ ፅናት ይለያል ❤️❤️❤️

  • @Nan-yn9il
    @Nan-yn9il 3 วันที่ผ่านมา +7

    ኣጆኺ ዋዕሮ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ❤❤❤❤

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 3 วันที่ผ่านมา +7

    አይዞኪ እቲ ዝኸፍኤን መሪርን ክፉኡን አሕሊፍኪ ሓበኛ ስለ ዝኮንኪ ክወግሕ እዩ እሞ ሓቦ ሓዚ አይተስተማስሊ ድማ !!🤝🤝👏👏👏

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ጃዊሳ ተምታትቶባችሀል ግን ከየትኛው ነህ ከ የመን ስሀራ ከ ኡማን ስሀራ ከ ሳውዲ ስሀራ ተዘጋጅ ወደ ሲኦል ሽንታም ጉማሬ ውጣ አታስፈልግም

  • @user-jc9tn5pu1x
    @user-jc9tn5pu1x 3 วันที่ผ่านมา +6

    ኮርዕናልኪ ጀግኒት እምበር ዋዕሮ👍👍👍❤❤

  • @user-gt9ud8wi6w
    @user-gt9ud8wi6w 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጀኪ ዋዕሮ 🥲🙏

  • @laseanjordan7196
    @laseanjordan7196 2 วันที่ผ่านมา +3

    እንቋዕ ብሂወት ተረፍኪ ዋዕረይ ሀዚ ካሕሳ ይሃብኪ

  • @hdjf4
    @hdjf4 2 วันที่ผ่านมา +1

    እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ዋዕሮና 😢❤

  • @medhin8187
    @medhin8187 2 วันที่ผ่านมา

    እንኳዕ ፈጣሪ ኣትረፈኪ ❤
    ደስ ዝብል ድማ ዉላድኪ ምላድ ፈጣሪ የዕብየልኪ ።
    ምቅርቲ የዋህ ብሓቂ ጀግና ❤

  • @meharitkahsay4960
    @meharitkahsay4960 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጀኪ ማዓረይ 😢😢

  • @user-sc8zf2km3n
    @user-sc8zf2km3n 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ዋዕሮና😢😢

  • @meleytsegay
    @meleytsegay วันที่ผ่านมา

    ሓቦን ጽባቐን ዝተዓደለት ዋዕሮ ❤❤❤❤

  • @user-ti6ru1ud6i
    @user-ti6ru1ud6i 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተመሰገን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sarayan525
    @sarayan525 2 วันที่ผ่านมา +2

    እንኳዕ ብሂወት ተርፍኪ ዋዕሮ😢😢😢😢😢

  • @estifanoskidane4650
    @estifanoskidane4650 2 วันที่ผ่านมา

    ንጋል ዕድመ አይሕተትን ኣጆኺ ጀግኒት እንካዕ ብሰላም ተመለስኩሉ ንውላድኪ

  • @user-he9xr5vw2x
    @user-he9xr5vw2x 3 วันที่ผ่านมา +12

    ዋዕሮና እንኳዕ ከህይወት ተረፍክ አይዞሽ የኔ እናት ❤😢

    • @TeweldeMahari
      @TeweldeMahari 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ብትግርይና ዘይትፅሕፍላ ኣምሓረይቲ ዲኺ ? ቆንዳፍ ኣምሓራ

  • @user-wb8ry3cj6g
    @user-wb8ry3cj6g 2 วันที่ผ่านมา +5

    እቲ ትግራዋይ ይብሉ ኣለዉ ገርምን ኣብ ትግራይ ክንደይ ፀላኢ ከምዘለዉ በቃ ኣይትፈልጡን ደኹም ያሕዝን ድቃሉን ፅግዕተኛ ከምዘለዉ ኣይንረስዕ ሐዝ እውን ኣለዉ ባዕልና ንባዕልና ያባእሱና ኣለዉ 😢😢

  • @user-me3oh3mv9g
    @user-me3oh3mv9g 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጅግና ዋዕሮ ❤❤❤😢

  • @user-qp2qo9dc9r
    @user-qp2qo9dc9r 3 วันที่ผ่านมา +3

    ዋዕሮ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ 🙏❤❤❤

  • @houston-ethio3842
    @houston-ethio3842 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጀግና ነሽ። ዘመንሽ ይባረክ : ጀግና
    Love from Houston Texas
    Born Wolkaite kafeta

  • @ggdhdbfhamenamenamen6583
    @ggdhdbfhamenamenamen6583 2 วันที่ผ่านมา +3

    ብጣዕሚ ዝገረም ሂወት እንካእ ብሂወት ተርፍክ ዛሓፍተይ ❤❤❤

  • @mihretteklom54
    @mihretteklom54 2 วันที่ผ่านมา

    ጽብቅቲ ፍጥረት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samisolomon8470
    @samisolomon8470 2 วันที่ผ่านมา

    ንቅሕቲ ዋዕሮ ጀግና እንኮ ብሰላም እንኮዕ ተረፍኪ ንብፆት መንግስተ ሰማይ የዋርሶም

  • @habtabghebrekidan3137
    @habtabghebrekidan3137 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋው ጎበዝ ጅግና።

  • @Btaddese
    @Btaddese 2 วันที่ผ่านมา

    ክንደይ መከራ ሓሊፍኪ ናብዚ ታሪኽ ብጾትኪ ከትነግሪ ዘብቃዕኪ ተመስገን ፈጣሪ እዚ ታሪኽ ኮይኑ ኣብ መጽሓፍ ክስነድ ኣለዎ።🙏❤ ክብሪ ንጀጋኑና🙏🕯

  • @rahenarahena4566
    @rahenarahena4566 วันที่ผ่านมา

    ኣጀኪ ዋዕሮ 💔😥

  • @alulaabanega9008
    @alulaabanega9008 2 วันที่ผ่านมา +1

    እንካዕ ብሂወት ተረፍኺ ጅግና ዋዕሮ ❤

  • @zemenzemen4987
    @zemenzemen4987 3 วันที่ผ่านมา +3

    ❤ጅግና ጓል ጀጋኑ🎉

  • @AmbachewFiseha-yv9mf
    @AmbachewFiseha-yv9mf 2 วันที่ผ่านมา +2

    አጆኺ ጅግና ዋዕሮና እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-wc3xm5us2x
    @user-wc3xm5us2x วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤ጂግና

  • @MulubrhanWoldemariam-oq8uy
    @MulubrhanWoldemariam-oq8uy 2 วันที่ผ่านมา +1

    ጀግኒተይ

  • @berhanalami806
    @berhanalami806 2 วันที่ผ่านมา +3

    ጅግና❤❤❤❤❤❤

  • @AkfauAkfau
    @AkfauAkfau 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላማት ❤❤

  • @user-qd2xq1ky6y
    @user-qd2xq1ky6y 2 วันที่ผ่านมา +1

    ክትስምዖ ዝኸብድ ታሪኽ ዝሰርሐ ጀጋኑ ታይ ሞ

  • @biniyamberhe8530
    @biniyamberhe8530 2 วันที่ผ่านมา

    ዋዕሮና✊✊✊

  • @HdG-ul8ur
    @HdG-ul8ur 2 วันที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ጅግና ዋዕሮና

  • @user-wz4gt5km7p
    @user-wz4gt5km7p 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤ ጅግና

  • @AgzitAraya
    @AgzitAraya 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤ ልገርም ጅግንነት

  • @SaraAsdf-q2s
    @SaraAsdf-q2s 2 วันที่ผ่านมา +2

    Enqae dehan wexak mearyey from eirtra❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉selam tigray and tigray

  • @TeweldeMahari
    @TeweldeMahari 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ዋዕሮ ተጋዳሊት ጓል ትግራይ ጽብቕቲ ኣንቲ ንስኽሲ ካብ ዓለም ብልፅቲ
    ናይ በረኻ ንህቢ ናይ ገዛ መብራህቲ ጽላልኪ ሞሞና ክርማኺ ከም ለይቲ ኣምበሳ በረኻ ናይ ምድሪ ንግስቲ
    ንሞት ትዕልሊ ሓሪንኪ ትዘምቲ
    ብፃይኪ ተድሕኒ ንስኺ ትሞቲ
    ፀላኢ ትቐትሊ ሓኒቕኪ ትጎቲ
    መን ኣሎ ከማኺ ኣንቲ ትግራወይቲ ብኣኺ ይግረሙ ክፉት ጸላእቲ
    ናትና ተትኸውን እንዳበሉ ምስቲ
    ኣቲ ዋልታ ሃገር ናይ ዓውዲ ምህርቲ
    ንጸላእታ ጨካን ንህዝባ ርሕርሕቲ
    ኣዮኺ ኣዮኺ ከይትነብዒ ሓንቲ
    ኣለና ኣብ ጎንኺ ኣይኮንክን ብሕቲ። ታሪኽን ጅግንነት ተጋሩ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ቀዲሕኻ ዘይውዳእ ውቅያኖስ፡ ጽሒፍካ ዘይብጻሕ ርሕቐት ሰማይ እዩ፡ ኮይኑ ግን ካብ ባሕሪ ብጭልፋ
    እዛ ግጥሚ ንሓፍተይ ተጋዳሊት ኢየሩሳሌም ገብረ ሚካኤልን ከምኣ ንዝተሰውኣ ተጋደልትን ትዂነለይ።

    • @sophiaali3933
      @sophiaali3933 28 นาทีที่ผ่านมา

      ታዓወት ታዓወት ኩቡር ሓወይ ይሃና ጀጋኑ ኢኹም ደቅና መግለፂ ቃላት ኣይርከቦን ቀፂንኩም እትነብሩላ ሃገር ክትሕልወኩም ንኣምላኽ ለይትን ቀትርን ይልምኖ

  • @user-pr6ye7zv5n
    @user-pr6ye7zv5n 2 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሰይ ናይ ብሓቂ ዋዕሮ እንካዕ ብሂወት ሃለኺ ምቅርተይ

  • @AtakltiBelay-hu9xe
    @AtakltiBelay-hu9xe 2 วันที่ผ่านมา +1

    ጀሚርካ ክተቋርፆ ዘይትኽእል ሳሓቢ ኣቀራርባ።ቀፅለሉ ሲስ ሓው

  • @user-tz7if6zl9g
    @user-tz7if6zl9g 2 วันที่ผ่านมา

    She’s hero ,kind, honest and loving young lady.God bless and protect our TIgrayans heroes/TDF/ and Tigray ppl .Don’t cry 😢. I know our young TDF fighters have a golden heart.

  • @maron278
    @maron278 2 วันที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ብሰላም ተመለስኪ ዋዕሮና አጆኺ

  • @thecash_4219
    @thecash_4219 2 วันที่ผ่านมา

    አጅክይ አለነ አወፅኡ ዘለነ ተጋሩ

  • @AkfauAkfau
    @AkfauAkfau 2 วันที่ผ่านมา +1

    ጅግና ዋዕሮ ❤❤❤💪💪💪💪

  • @Geni__12
    @Geni__12 2 วันที่ผ่านมา

    ዃዕ ብሂወት ተረፍክልና እምበተዋይ🙏😢

  • @user-hx3bc9zk8l
    @user-hx3bc9zk8l 2 วันที่ผ่านมา +2

    አጆኪ ዛ ጎሌይ

  • @kidanehailu6344
    @kidanehailu6344 วันที่ผ่านมา

    ኤረ ብጣዕሚ ትገርም ጋዜጠኛ ኢኻ ንስኻስ ሶፍቲ እኳን አይተዘጋጅይን ገራሚሚ

  • @Tsgush-algahtamaa017
    @Tsgush-algahtamaa017 2 วันที่ผ่านมา +1

    እንካ ብሰላም ተረፍኪ ዋዕሮና

  • @user-ot2vb9im1h
    @user-ot2vb9im1h 2 วันที่ผ่านมา +2

    እኳዕ ቢሂወት ተረፍኪ ፅሪተይ❤❤❤

  • @MerhawitHagos-vj2nc
    @MerhawitHagos-vj2nc 3 วันที่ผ่านมา +3

    ዋዕሮ ❤

  • @tslalegebretsadk2956
    @tslalegebretsadk2956 2 วันที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ማዓረይ😢

  • @AbarahamKinfe
    @AbarahamKinfe 2 วันที่ผ่านมา +1

    አሕሕሕ😢😭😭

  • @happytime3372
    @happytime3372 3 วันที่ผ่านมา +23

    Bteami jigna zkonet wearo gual eya kemaki ybzha. She is hero God bless you. Love you ❤ im from eritrea 🇪🇷

    • @Edengirmay291
      @Edengirmay291 2 วันที่ผ่านมา +2

      Amselu

    • @Karneshmawi
      @Karneshmawi 2 วันที่ผ่านมา

      ኣምሰሉ ጥራሕ ኢልኪ 😂 መሕፈር ወሽላኽ ከኣ እምበር ገጹ ትርሓቅ ናይ ነብሱ ጥራሕ ዘይገብር ከ እታ ባንዴራና እንታይ ኣምጽኣ ኣብዚ ዓፈና ገዛ 😂 ​@@Edengirmay291

    • @Amen499
      @Amen499 วันที่ผ่านมา

      ​@@Edengirmay291 anti gul arawit shetan 😡😡😡👹👹👹

    • @fasiltesfamichael6535
      @fasiltesfamichael6535 วันที่ผ่านมา

      Kkkkkkkkkkkkk

    • @fasiltesfamichael6535
      @fasiltesfamichael6535 วันที่ผ่านมา

      beqa 2 gizi temarika kab I'd shabiya hadima keyda
      Kkkkkkkkkkkkkk

  • @user-qb9gl6nc7o
    @user-qb9gl6nc7o วันที่ผ่านมา

    ማዓረይ ኣበከያትኒ😢😢😢😢😢 ኣጆኪ ዋዕሮና

  • @nahomdesta3822
    @nahomdesta3822 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጆኺ እዮሩስ ሓፍተይ ዋዕሮ 🫶🏻🫶🏻🫶🏻🫶🏻

  • @tekletekle8440
    @tekletekle8440 25 นาทีที่ผ่านมา

    እንኳዕ ቢሂወት ተረፍኺ ጀግና ተጋዳሊት ❤❤❤❤

  • @SurprisedBadminton-eq4cu
    @SurprisedBadminton-eq4cu วันที่ผ่านมา

    ኣጆኺ ዋዕሮና ❤❤❤😢😢

  • @BhflhkkCjgjkui
    @BhflhkkCjgjkui 3 วันที่ผ่านมา +3

    ኣጆኺ ዋዕሮና❤❤❤😢

  • @mezgebegirmau1089
    @mezgebegirmau1089 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጅግና

  • @Gog-ok3ly
    @Gog-ok3ly 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዋይ ክሰምዖ እኳ ይሕምም ኣምላክ እንኳዕ ኣትረፈ

  • @user-kr9kd5jx4z
    @user-kr9kd5jx4z 2 วันที่ผ่านมา +1

    ጂግናኢኸይእዉነትጅግና

  • @user-ds8gd6sz9c
    @user-ds8gd6sz9c 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጆኪ ጅግና ዋዕሮ😢😢😢

  • @binyam1578
    @binyam1578 วันที่ผ่านมา +1

    Wow😢😮🎉🕊🧸💒😇🕊ብሰላም ይዕበየልኪ ዛጋለይ tdfትግራይ ትስዕር ።❤

  • @nuruahlamtuem1337
    @nuruahlamtuem1337 วันที่ผ่านมา

    JEGENA GUAL HEZEBI MEENTE HEZEBEKI ZEYRESAE TARIK SERIHKI!!! THANK YOU!!!! WE ARE TEGARU!!!! VIVA TEGARU!!!

  • @user-sx4gn1br2u
    @user-sx4gn1br2u 2 วันที่ผ่านมา +1

    አጆኪ❤❤❤❤

  • @user-nm5tz3qe3i
    @user-nm5tz3qe3i 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አጆኪ ሽኮሪና

  • @fiyorifiseha3726
    @fiyorifiseha3726 2 วันที่ผ่านมา +2

    ውይ ሓፍተይ ኡፍ 😢

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 2 วันที่ผ่านมา +2

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ዋዕሮና ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማኣታትና 😭💔

  • @musieasefa9159
    @musieasefa9159 43 นาทีที่ผ่านมา

    Wow Fantastic

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263 2 วันที่ผ่านมา +2

    ኣነስ ዝገርመኒ ዘሎስ እዞም ጀጋኑና እዚ ኹሉ ታሪክ ሰሪሖም መፂኦምስ ናብ ምድያ ምስ ቀረቡ ግን ከምዚ ሰሪሐ ከምዚ ገይረ እናበሉ ቃልሶም የነኣእስዎ ምኽንያቱ ምሽጥር ምሕላው ዝብሃል ኣሎ ሐዚ ዘለናሉ ኩነታት ዘይርድእዎ ኾይኖም ድዩ ኣቱም ሰብ ምድያ ውን ስርዓት ገይርኹም ኣቅርቡ እቲ ናብ ምድያ ዝቐርብን ዘይቐርብን ፍለዩ እቲ ዝዕቀብ ዓቅብዎ

  • @lilitylility4864
    @lilitylility4864 2 วันที่ผ่านมา

    እንኳዕ ብህይወት ተረፍኪ ሓፍተይ 😢😢😢❤❤

  • @saramm8772
    @saramm8772 2 วันที่ผ่านมา +2

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ምቅርተይ😢❤❤❤

  • @abrahamzekios5252
    @abrahamzekios5252 2 วันที่ผ่านมา +1

    Good thanks

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883 2 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Idamesfinkidane
    @Idamesfinkidane 2 วันที่ผ่านมา +1

    God bless you ❤❤❤❤

  • @tsegatsega7776
    @tsegatsega7776 2 วันที่ผ่านมา +4

    እንኳዕ ተረፍኺ መዓረይ 😢

  • @mulumulu3028
    @mulumulu3028 2 วันที่ผ่านมา

    WAERO Jegna enquae bhiwet temelski ember kulu kimetsie eu ❤🎉

  • @user-hn6zg8fq9q
    @user-hn6zg8fq9q 2 วันที่ผ่านมา +1

    ጅግና ሓፍተይ ፀላኢኪ ይንባዕ ኣጆኪኣብጎንኪ ኣለና።

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 2 วันที่ผ่านมา

    ጀግና ዝሓፍተይ እኳዕ ተረፍኪ ❤️❤️❤️💛💛💛💛❤️❤️❤️

  • @dejenbahre6642
    @dejenbahre6642 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኣጆኪ ጅግና እኪ ብሓቂ

  • @ZahraAlmuteiri
    @ZahraAlmuteiri 2 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤