ንኣደይ ሻዕብያ ምስ ቀተላ ኣቦይ እዩ ቀቢርዋ ፡ ኣባይ ፀሃየ ገንዘብ ስኢኑ ኣብ መቐለ ገዝኡ ሸይጡ እዩ ፡ መረፃ 97 ምስ መለስ ብሓደ ኢና ኔርና | Aura

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ส.ค. 2024
  • #habesha #aura #tigrignafilm #ኦራ #drama #tigray #ethiopia #tigrignamusic #eritrea
    #meleszenawi #abaytsehaye
    subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
    ንኣደይ ሻዕብያ ምስ ቀተላ ኣቦይ እዩ ቀቢርዋ ፡ ኣባይ ፀሃየ ገንዘብ ስኢኑ ኣብ መቐለ ገዝኡ ሸይጡ እዩ ፡ መረፃ 97 ምስ መለስ ብሓደ ኢና ኔርና | Aura multimedia
    ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
    Copyright ©2024: aura ኦራ multimedia; 🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

ความคิดเห็น • 71

  • @user-tr3iw1qx5y
    @user-tr3iw1qx5y หลายเดือนก่อน +4

    ትግራዋይ ለባም፡፡ የቅንየልና ብሩኽ ሐውና፡፡ዕድመን ጥዕናን ይምንየልካ፡፡አለም ብርሃን ለባም፡፡

  • @hiwotberane1375
    @hiwotberane1375 หลายเดือนก่อน +4

    ክንደይ ሓቂ እዩ ተሓቢኡና እንኳዕ ወፃኻ ዝሓወይ

  • @zeradawitteklehaimanot4190
    @zeradawitteklehaimanot4190 หลายเดือนก่อน +2

    ንአባይ ፀሐየ ብትኽኽል ዝገለፀ ሓቀኛ ምስክር ተገዳላይ

  • @aflachannel
    @aflachannel 15 วันที่ผ่านมา

    ነዚ ዝሕተት ዘሎ ኣነ እየ ፀጉሩ ዝሰርሖ ስለዚ ኣብ ምሳጋና ክተእትወኒ ነይሩካ።❤❤❤❤

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 หลายเดือนก่อน

    ጅግንነት ተጋሩ ዘይተነግረ እምበር ዘይገበሮ ቅያ የለን።

  • @sentayobelay9805
    @sentayobelay9805 หลายเดือนก่อน +2

    ትግራይ እግዚአብሔር ይባርክሽ ይጠብቅሽ ሰላምሽ ፍቅር አንድነት ያብዛልሽ 🙏🙏🙏

  • @user-jc9tn5pu1x
    @user-jc9tn5pu1x หลายเดือนก่อน +1

    ጀግና ሓው ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንበረልና

  • @solomonhadush9726
    @solomonhadush9726 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ዝገርም ናይ ጀግና ስውእ ተጋዳላይ አባይ ፀሀየ ከምዝይ ዓይነት አቀራርባ ኣነ እውን ናይ አባይ ፀሀየ ዋላ በአካል አይንርከቦ አባይ ግን ካፍቶም ውሕዳት ሐቀኛ ተጋደልቲ አብ ግዕዝይና ምንም ዘይነበሮ መኖርያ ናይ ባዕሉ ቦታ ዘይነበሮ ንህዝቢ ትግራይ ዝተሰወኧ ጀግና እዩ ኔሩ ግን ነዞም ጀጋኑና ብሕወሓት ሽም ንሕወሓት ንምጥፋእ ህዝቢ ትግራይ ንምጥፋእ ስለ ዝተደለየ ናይ ግድን ናይዞም ጀጋኑ ሽም ንምጥፋእ ብዙሕ ምንቅስቃስ ተጌሩ እዩ ንሕና ተጋሩ እውን ናይ ፀላእትና ወረ እንዳሰማዕና ነዞም ጀጋኑ ኣያታትና ነፅልሞም ፀኒሕና ኢና ዘሕዝን ታሪኽ እዩ ሕዚ እውን ተጋሩ ኾይኖም ሕወሓት ክጠፍእ ኣለዋ ዝውሉ ኣለው ብፍላይ ውድባት ትግራይ ዛሓቂ እንዳረስዕዋ እዮም ሕወሓት ክጠፍእ ኣለዋ ዝብሉ ካብናይ ፀላኢ ዘይፍለ ዘረባታት ዝዛረቡ ዝፃረፉ ኣብናይ ሕወሓት ሐደሐደ ሽግር የለን ማለት ኣይኮነን ይኹን እንበር ናይ ሕወሓት መረሕቲ ክንደያናይ ናይ ህዝቢ ሙኻኖም እዩ ዘመልክተካ ሓቂ ሓቂ እዩ ፅባሕ ከምዙይ ሓቀኛ ዝዛረብ ክህሉ ከምዝህሉ ኣይጠራጠርን እየ የምስግነኩም

  • @haftomdebeasy3749
    @haftomdebeasy3749 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ለባም ሓውና ፅንዓት ይሃብካ የቐይንየልና ኦራ ሚዳ❤❤❤

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 หลายเดือนก่อน

    ሰማእታት ትግራይ ክሳብ መስዋእቲ ዝታአመነ እዩ ቃሎም

  • @wson4901
    @wson4901 หลายเดือนก่อน

    ❤❤ቡጣኡሚ ዘግርም ታርኪ ኡይ ጀግና ተጋዱላይ❤❤

  • @genetkwt6461
    @genetkwt6461 หลายเดือนก่อน

    ክብርን ሞጎስን ልጀጋኑና💕💕💕💕💕💕💞💞💞💞💞❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-qt7gj6vi5e
    @user-qt7gj6vi5e หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ለባም ጅግና ወዲ ህዝቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ ፅቡቕ አገላልፃ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @yaredtesfa97
    @yaredtesfa97 หลายเดือนก่อน +1

    Hasawi adarash geza meenewi

  • @user-mc4jw7xx3r
    @user-mc4jw7xx3r หลายเดือนก่อน

    አወይ ተጋሩ 🥰🥰💖💪💪🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ashebirkiross432
    @ashebirkiross432 หลายเดือนก่อน

    ኣሌ ❤❤❤ ኣጀና ! ይኬ ውን በርትዕ

  • @angosomsium7575
    @angosomsium7575 หลายเดือนก่อน

    Resahat

  • @samsontesfazion2416
    @samsontesfazion2416 หลายเดือนก่อน +1

    Amsikaya seytan mes DEKU .hamed alilu nedeku antum regumat besenkekum iye tederbiye kabzia hamed kuhamu eluwom.sgab heji hasadat keneat hasewuti .serekti kedeat eziom ketefeu alewom.teawet wedi Eri.

  • @yonasgebrelibanos356
    @yonasgebrelibanos356 หลายเดือนก่อน

    Nay abay guday gudefo

  • @vhhhhf5887
    @vhhhhf5887 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏💊💊💊♥️♥️♥️😢😢😢😢

  • @MesfianHagos
    @MesfianHagos หลายเดือนก่อน

    We love tagru and tdf❤❤❤❤❤

  • @SeluKiros-lu9cv
    @SeluKiros-lu9cv หลายเดือนก่อน +2

    ትግራዋይ ማለት እኮ ዝገርም ፈጥረት ጅግና ህዝቢ እና ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ጎቦዝ ኣድንቀካ ❤

  • @elenikahsay8212
    @elenikahsay8212 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 หลายเดือนก่อน

    ልክዕ አሎ እዚ ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ ህዝቢ ትግራይ ክወቕዕዎ ስለ ዝደለዩ እዮም ሹዋውያን ኢትዮጵያውያን ብዕባራ ምኽንያት ህወሓት ኢሎም ዘሚቶሙሉ።

  • @user-gz2cy2lp2n
    @user-gz2cy2lp2n หลายเดือนก่อน +1

    TDF👉💯🥰❤

  • @hiwotberane1375
    @hiwotberane1375 หลายเดือนก่อน

    ጀግና ብዓል ማዕተብ

  • @BBg-mt4ug
    @BBg-mt4ug หลายเดือนก่อน

    Wow

  • @sadiahassan6338
    @sadiahassan6338 หลายเดือนก่อน

    Jegena❤

  • @teweldebirhan6438
    @teweldebirhan6438 หลายเดือนก่อน

    ሕዳር 10,2013 ኣዶ ኣለምብርሃን ናይ ኢትዮጵያ ሰራዊት እዩ ቀቲሉዋ ፣ ምስ ካልኦት 6 ሰባት ሻወዐይቲ ንሳ።

  • @yaredtesfa97
    @yaredtesfa97 หลายเดือนก่อน

    Abay yserk yatall ywasha ager ysehex neber bachru lela yeleba zer

  • @kakiko-fm5gu
    @kakiko-fm5gu หลายเดือนก่อน

    አምሃርኛ አወገዶ። ፍጥኖ ደራሽ ዝበሃል ትግርና የለን። ቁልጥፉ በጻሒ እንተ በልካ ይህሽ። ትግርና ናይ ቃላት ሕጽረት ይብሉን ካብ አማሕርና ካብ እንግሊዝ ዝልቃህ። እዝይ ስንኩል አተሃሳስባ ተጋሩ ክወገድ አለዎ። ልሳንካ ሃዲካ ልሳን ዳማትካ ምንቁላጥ ንምንታይ? እናአ ሃዲጋስ ሃትነአ ትናፍቅ ይበሃል። አምሃርና ናይ ሃትኖ ልሳን እውን አይኮነን። እዝይ ይተሃሰበሉ ቡኩሎ ትግረዋይ። ልሳካ ደርቢካ ዕብየት ፈጺሙ አይክውንን። ትግራይ ናይ ኢትዮጵያ መሰረት አይኮነትን። ታሪካን ንፍለጥ ካብ ድሕሪ ሂዚ። በቀአሚነት እታ ሒዚ ዘላ ትግራይ ናይ ምንሊክ ትግራይ ኢያ ። ናይ ህዋህት ትግራይ ኢያ። እዛ ሂዚ ዘላ ኢትዮጵያ ከዓመይ 100% ናይ ሃሶት ሀገር ኢያ። አባታርክ ዓለም ዝየነብረት ኢያ። ብይ ምንሊክ ዝትፌጠረት መንግስተ ነገስት አው empire ኢያ። እዚ ናይ ሃሶት ሃገር ንተጋሩ ንዝ ሃለፈ ዳርካ 150 ዓመት ዝገዝኣትና እንተ ገዝእና ዘላ ሀገር ኢያ። እና ንዝይ ሃላፈ 150ን ህዚን አብ መግዛእቲ ኢና ነይርና ሂዚውን አብ ትህቲ መንግዛቲ ከምዘላና ንፍልጥ። ምንሊክን ሙሶሎኒን ንትግራይ ንክለት ክፊሎምዋ። ክፋል 1 ሙሶሎኒ ውሲዶዋ። ክፍል ክለት ሚንሊክ ወስድዋ። ንህና ሂዚ አብ ናይ ምንሊክ ግእዛት ኢና ነይርና ሂዚውን ዘላና። እዝይ ፌልጥና እታ ጥንታዊት፤ ታሪካዊት፤ ስልጥንቲ ሃገርና አበይ ከምዘላ ንህተት ፤ ንምልሳ ፤ ንህኔጻ። ሃገርና አክሱም ኢያ። you can google the map of Aksum. That map is our country. We must reclaim, restore and rebuild our Sovereign nation. With the tragedy there is an opportunity which we must not waste. We must know Tigray = Aksum = Menelick TIgray + Mussoloni TIgray = current Tigray + current Eritrea. We must know Eritrea is our ancestral, historical inheritance. Neither TPLF nor Shabia can destroy our history because it is written in the history of the world. The red sea is our ancestral, historical property, neither TPLF or Shabia have any right to change the truth. TPLF and Shabia are about 50 years and TIgray has about 38 000 years history. Leave alone the red sea, our ancestors own the coast of west Africa and the Atlantic Ocean and they called it the Ophir of Aksum which means the gold coast of Aksum which means in Tigray ናይ አክሱም ናይ ወርቂ ደንደስ ባሕሪ ይበሃል። ጸላእቲ ህዝቢ ትግራይና ህዋህት ሻዕብያን ኢዮም። ሕዋህት ትግርና ዝዛረብ ነፍጥኛ ኢዩ። እሞ ንሀብረ ንይ ሃይሊ ትግራይ በዘመናው ኣጽዋራት ነቅንቶ። እትይ ካልእ ክልተ ኢትዮፕያ አለዋ አብታርክ ዓለም፤
    1። ናይ ቀደም ኢትዮጵያ ፡ እዝይ refers to Meroe kingdom and Napata kingdom which were called Ethiopia which were colony of Aksum.
    2. The current new Ethiopia which never existed in human history
    We Tegarus are Tegarus or Agazian or Aksumawian. ኢትዮጵያውያን ነይርና ኮይና አይንፌልጥ አይኮናን። ኩሎ ትግረዋይ እዝይ ፌሊጡ ናይ አቦታቱ ሀገረ መንግስቲ አክሱም ይህተት ፤ ይመልስ ፤ ይህነጽ እንዳገና።

  • @keflommengsetu5135
    @keflommengsetu5135 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @JgfffghgvvFgytg
    @JgfffghgvvFgytg หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rayuma2023
    @rayuma2023 หลายเดือนก่อน

    8 ክፍሊ ከይዱስ 6ዓመት ምስኦም ፀኒሑ ከመይ ደዓ እዩ ማነጅመንት ዲግሪ አብፂሖሞ። ኮይንዎም ድዮም ቶም ሚድያ ከመይ ዝብል ሕቶ ዘይሓቱ

  • @yaredtesfa97
    @yaredtesfa97 หลายเดือนก่อน

    Ahahaha Arif fogari

  • @samiates5057
    @samiates5057 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰

  • @user-jk2ev9wk8o
    @user-jk2ev9wk8o หลายเดือนก่อน

    እይትሓሱ ኹሉ ብናትካ ዓወት ትፍጽሞ ከመይ እዩ ነገሩ ኣብዘይንትኩም ቦታ ክንድዚ.?

  • @angosomsium7575
    @angosomsium7575 หลายเดือนก่อน

    Kalie ygbeakum ni akum

  • @amannegus8465
    @amannegus8465 หลายเดือนก่อน +1

    ሻዕቢያ : ሻዕቢያ! ሻዕቢያ
    በቃ ፎቢያ ኮይንኩም
    ሕጂ ንኣዴኻ ሻዕቢያ ድዩ ቀቲልዋ ብሓቂ??
    ኣዴኻ እንታይ በዲላ እያ ሻዕቢያ ቀቲልዋ? ሻዕቢያ ቀታሊ እንተኾይኑኸ ንምንታይ እዩ ንሓንቲ ኣደ ጥራይ ዝቐትል? ቀታሊ እንተዝኸውን ብዙሓት ኣዴታት ምቐተለ ነይሩ::
    ሱቕ ኢልኩም ቱት ኣይትበሉ ::

  • @wherever9490
    @wherever9490 หลายเดือนก่อน +1

    ጌና ክትጭፍለቃ ኢኺን ኣንትን ፉንፉናት ዓጋመ ! መድረ ዕጸቦ ።

    • @jupiterplanet1316
      @jupiterplanet1316 หลายเดือนก่อน

      አህያ.. የድሀ ሀገር ልጅ...ከበት

    • @user-tr3iw1qx5y
      @user-tr3iw1qx5y หลายเดือนก่อน

      @@wherever9490 ንአራዊት ቦታ የብልናን ውፃእ!!!!!

    • @AaA-nq7il
      @AaA-nq7il หลายเดือนก่อน

      ወዲ ጋሓባ ተረዋእ

    • @sentayobelay9805
      @sentayobelay9805 หลายเดือนก่อน

      ምን አይነት ሰው ነህ ንስሐ ግባ ትግራይ እግዚአብሔር ይባርካታል

  • @kenyanlove5615
    @kenyanlove5615 หลายเดือนก่อน

    በውልቀይ ጀግና ታሪክ አይርስዐካን ። ኩለ ግዜ ዘበሳጭወኒ ሕወሓት ተጋደልቲ በህዝብ ትግራይ ቀቲሎም አብ ገዝኡ ቀቢሮምው ። በሂወት እናሀለና በሓዊ ንክንቃፀል 99% ሓላፈነት ዝወስድ ሕወሓት እይ ። ዓደይ ፀሊአ ተሰዲደ ከሓስቦ ከለኩ ተፃዊቶምሎ ለማኒ ገይሮምና እዚ ወሎዶ ዝረከቦ መከራ ፈጣሪ ይፈረዶም ። ሓፃር ታሪክ ከካፈለከም መሳራሕተይ አላ ሳካትራስ እያ ናየይ እአምሮ '' አቦና መለስ አባይ ፀሃየ '' ዝመሳሰሉ ፖለቲካኛታት ገንዘብ የበሎምን ገዛ የብሎምን ኢለያ ስ ደንጊፃ ዕብዳት ድዮም ተበለኒ በዝፈልጦ የረድአ ኦ እቲ ህዝብ እዮ ተጋግዮ ተብለኒ ሓቃ እይ ።ፀዲፎም አፅዲፎምና ደናቆሮ ፈላሲ ፈላሲ ይፃወት ከም ፈላሲ ። ኩሉ ነገር እናሀለውም ዋላ ዲክታተረ ካይኖም እቲ ዝረገፈ ህዝብ ምድሓነ ወገእ ምተረፈ ህዝብ ኢትዮጵያ ምሞተ ምሀለቀ ታይ ይምልከተኒ ህዝብ ትግራይ አይመተዋረደን

  • @AaA-nq7il
    @AaA-nq7il หลายเดือนก่อน

    ሻዓብያ ቀታሊ ቆሉዑ ሰበይቲ ገፅም ትርሓቅ😏😏😏😏

    • @yaredtesfa97
      @yaredtesfa97 หลายเดือนก่อน

      Eeee nenhdhdkum ehum tkatelun tdefaferun kem ensesa!!!

  • @addisalemmesfin4849
    @addisalemmesfin4849 หลายเดือนก่อน

    ሓሻኽር ንጉስ ኢሳያስ ዝኾኑ አባላት ህግደፍ ዝህብዎ ዘለው ሪኢቶ ብአግባቡ ይተሓዝ፣አብ ፅላል ሻዕብያ ተኸሊሎም ፀረ ትግሪኛ ዝነጥፉ ዘለው መንነቶም ካብ ሱዕድን ሱዳንን ዝመፁ ፀላእቲ ትግሪኛ ዝኾኑ ብፍሉይ ክትትል ይገበረሎም፣ንሶም ቅድሚ ሕዚ አብ ዓማ (ጀብሃ) ዘተበሀለ ድርጅት ኮይኖም ልዕሊ 3000 ትግሪኛ ተዛራቢ ምስ ቀንፀሉ እዮም ሻዕብያ ተፈጢሩ።ንሶም ብሄራዊ ቋንቋ ኤሪትራ ንምንታይ ትግሪኛ ኮይኑ ኢሎም ዝሓሩ እዮም፣ብተፈጥረኦም እውን ፀላእቲ ሻዕብያ እዮም።ሐዚ አብ ትሕቲ ህግደፍ ኮይኖም ብፍሉይ ተጋሩ ክፀርፉ ዝውዕሉ ንሶም እዮም።

  • @gideonyemane659
    @gideonyemane659 หลายเดือนก่อน

    ምስኪናይ ሓንቲ ዘይፈልጥ
    ኣባይ ጻሃየ ዳኣ ብ ዶላራት ኣብ ደገ ኣቀሚጥዎ እምበር ፡ባዓል ንስኻ ጓሳ ማሳ ከመይ ክትፈልጦ ደቆሮ።

    • @addisalemmesfin4849
      @addisalemmesfin4849 หลายเดือนก่อน

      ህግደፍ ደንቆሮ እቲ ድንቁርናኻ ንኻሊእ ትህብ፣ሓሽከር ንጉሰ ኢሳያስ።

  • @amannguse
    @amannguse หลายเดือนก่อน

    Smka keytnegr si shabya adey ketilwa beka ezia tarkum gn selam zeytmneyu ftret ekum ..shabiya enda belka nzelalem dem tkellu ezi hzbi ...gn weyane zgebero tegbar do tfeltwo atum resahat melhas komalat

  • @esayastsegay6055
    @esayastsegay6055 หลายเดือนก่อน

    Nufa gazetena

  • @aberehamtegaygelegaber7404
    @aberehamtegaygelegaber7404 หลายเดือนก่อน

    Tifeltu do Seytan bMikeal mes teseare kab semay nab midri kidrbe kelo ab Tigray kemzwedeke. Zlezi eyom hasot, sirki, hisidna mikitital limud zkone abza rigimti kilil

    • @selamawitgidey2708
      @selamawitgidey2708 หลายเดือนก่อน

      get lost life time askaris, the likes of you are denakurt of the century who talk nonsense and no capacity to think as human being.

  • @amachidanu540
    @amachidanu540 หลายเดือนก่อน

    ሓይሊ ተደይ ሃልይካ ደኣ ዋላ ሓደ ሰብ ንትግራይ ምል አቲ ከጽንታ ይኸል ሩሙሳት ፈከርቲ አዛ ናይ 2ዓመት መሪራትካ፡ ጅግንነት ገርካዮ ኣየ ዓጋመ

    • @kirostesfaoph89
      @kirostesfaoph89 หลายเดือนก่อน

      ጉሓፍ ባርያ ዓጋመ እኮ እዪ ክልተ ሃገር ኣላሽ ለበለክን

  • @Karneshmawi
    @Karneshmawi หลายเดือนก่อน

    ክላእ ስቅ በል ሓሳዊ ናይ ምንታይ ዓወት እዩ ደሓር ከኣ ኣደይ ትብል ሲ ኣብ ዘይመሬታ ሰፊራ ደኣ ክትስታረር እያ እምበር ሎቃምጽ ፡ ኣንታ ሓደ ዘይሕሱ ጥዑይ ዘይብላ ክልል ከምኡ ኢልኩም ሓስዉ ኢሎም ድዮም ዘምጽእኩም ደረብይ ቆንዳፋት

    • @Zeresenaygebrearegawi
      @Zeresenaygebrearegawi หลายเดือนก่อน

      ኣታ ጓሓፍ ካብ መረባ ጀጋኑ ውፃእ ኣይምልከተካን ሓፃቢ መዓኮር ጥልያን።

  • @user-rj7ei6ji3u
    @user-rj7ei6ji3u หลายเดือนก่อน

    ሻዓብያ ዝኾነ ሲቪል ኣይቀትልን ኢዪ። እቲ ቅትለትን ስርቅን ፍጥር ካብ እትብሉ ቅተሎ ሒረዶ ስለ ዚተማህርኩም ጥራሕ ኢኹም ትዳጋግምዎ
    ኣንጻርር_
    ኢርትራ ዝግብርርር ናይ ጺሊኢ ዚተዋሃሃደ ጎስጋስ ግን ዋጋ ክኽፍለኩም ኢዩ። ድሮናትናን ነፈትትናን ናይ ባሕሪን መረትን ሚሳይልንን ይካታተለኹምም ኣለዋ።

  • @Senafe_91E
    @Senafe_91E หลายเดือนก่อน

    ጡፍፍፍፍፍ ዓጋመ ረሳሓት .....ሻዕብያ ቀቲልና ምባል ጅግንነት ስለ ትሓስብዎ እዩ .....እንታይ ክንቀትለልኩም ብጦብያ ኣሕዋትኩም ኢና ንርምሰኩም ረሳሓት😂

    • @AaA-nq7il
      @AaA-nq7il หลายเดือนก่อน

      ኣየ ሰንዓፈ ነብስኻ ትፀርፍ ኣለኻ😒😏

  • @user-tl6gl8nk5o
    @user-tl6gl8nk5o หลายเดือนก่อน

    1997 የኣዲስ ኣበባ ልጆችን የፈጀከው ኣንተ ነበርክ???? ቀንህን ጠብቅ
    የኣዲስ ኣበባ ልጅ ግፍ ነው እናትህን ያሳጣህ። እናቶቻችን ኣሁን ኣንተ ቅጥል እንዳልከው ነው የተቃጠሉት።

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 หลายเดือนก่อน

    ካበይ ዝመፃካ ጃዊሳ በክት የቀራቹህ ውሽት ስማይ ፈረስ ነገ ትላለህ ግን ከየትኛው ነህ ከ የመን ስሀራ ከ ኡማን ስሀራ ከ ሳውዲ ስሀራ መመሳሰል ድጋሚ ፈንጂ መርገጥ ነው ከናንተ ስደተኞች በላይ ተንኮላቹህ እናቀዋለን አረብ ምንም ታሪካዊ ማስረጃ የለህም ኢ/ትዊ መሆንህ ልበቢስ ገዳይ ሲቪል የሀይለስላሴ ቡቹላም ኢሳያስ ፋኖ እየጎደልን ነው ከዛስ ምን ልትሆን ጊዜ ጠብቀህ ብትዋጋም ዋጋ የለህም የስሀራ ፍጡር ጭንቅላቱ ትል የሞላበት ባትሪው አይስራም የፊክ ሚሊሊክ ማለት አብደልመጂድ ጊዜ አይደለም በገባህበት ውጣ 😂😂😂 በሻሻ እማይስለጥን እስካሁን ጫማ የለውም ገመድ አፍ በውሽት ብኩረጃ የምታመጣው ለውጥ የለም ኢ/ት ቆየች ጎርፍ ከወስዳት ላለመመለስ ተኩላ😂😂😂

  • @amachidanu540
    @amachidanu540 หลายเดือนก่อน

    ገና ዋጋ አቶም እብ ብዓል ዓዲ ዝባን ገደና ደጽነትክሞም ኢርትራውያን ብሕጆ ክትከፍልዎ ኢኹም ትጸበዩ ህዝቢ ኤርትራ20ዓመት ተኸቢቡ ንትግራዋይ ግን 2ዓመት መሪራትካ ዝገርም አዩ ተጸበ ግዝየኻ ፈክር ከም ቀደምካ

    • @AaA-nq7il
      @AaA-nq7il หลายเดือนก่อน

      ዳሓን ግዜኻ ተፀበይ😏

  • @merateyjohn7209
    @merateyjohn7209 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቱም ሓሰውቲ ሻዕብይ ሻዕብይ ሻዕብያ ሻዕብያ ኣኪልኩም ብሓሶት ሳንቲም ወዲ ሳንቲም ክትብሉ ግሃነብሳት ክትኣትዉ እዋይ ንዓኹምስ ሓቁ ኢዩ ኣምላኽ ብጥምየት ክውድኣኩም ።ደቂ ዓድኹም ኢዮም ነዴኻ ቀቲሎማ ኣታ ምሃይም ሓሳዊ

    • @user-mw9jx8fz8f
      @user-mw9jx8fz8f หลายเดือนก่อน

      ወድዛ ቆንዳፍ ባርያ ጊዜካ ሓሊ ደም ከንዘዐካ እየ

    • @user-mw9jx8fz8f
      @user-mw9jx8fz8f หลายเดือนก่อน

      30 ዓመት ወያነ ለበልኪም ትሓልፍዋ ኢልኩም ጊዜ እንበር ሒነና ንፈዲ ኢና

    • @AaA-nq7il
      @AaA-nq7il หลายเดือนก่อน

      ሻዓብያ ቆልዓ ሰበይቲ ኢያ ቀቲላ😏