ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ምዕባይ ሓወይ አምላክ ይመስገን ናብዚ ዘብፀሐካ ፈጣሪ
እንቋዕ ብሂወት ተረፈልካ❤
bhiwet mtrafu des ybl btami❤❤❤
እንቋዕ ብሂወት ተረፈልካ ዚሓወይ
አንታ ብሩኽ እንተ ንስኻ ጀግና ኢኻ ፈጣሪ እንኳዕ አትረፈካ እቲ ጠያቂ እሞ ከምዝይ ዝበለ ወታደራዊ ሕቶ አይሕተትይ ነዉሪ
Tikikil !Kihitt zeygiba hito ayedliyin neyru.
እቲ ክፋእኩም እባ ክንፈልጦ? እዋይ እቲ ክሕደትኩም ዓለም ፈሊጥኩም,
እዚ ወዲ ልክዕ ናይ ቀደም ፊልም ናይ ቴክሳስ ካብቶም ቀልጢፎም ዝሞቱ መክሲካኒ, እዚ ቆልዓ እታ ኩናት ዝጀመሩላ እዩ ተወጊኡ,
@@alexabdu4415ትክክል
Haqi diu newri
ሽሻይ ወረስ ከምዚ ዓይነት ቃለ መሕተት ንግዚኡ ይፅናሕ። ካብ መኽሰቡ ኪሳርኡ ስለዝበዝሕ።
ኣብ መእተዊኻ ኣብልዕሊ ሰሜን እዝ "ስጉምቲ ተወሲዱ" ኣይትበል። ፀላእቲ ነቲ ናይ ቃላት ኣጠቓቕማኻ ቅይር ኣቢሎም እዮም ዝጥቀሙሉ። ፀረመጥቃዕቲ እንተትብል ምተመረፀ።
Tikikl
ተጋሩ ክክክክ ክትሕስዉ ጸሓይ ዓሪባትኩም. ባዕልኹም ከም ዝጀመርኩሞ ደኣ ባዕልኹም ኣብ ዝተፈላለየ ሜድያ ትናስሑሉ ኣለኹም.
@@yafetmehari9096 ክላእ ትግራዋይ ኣይኮንኩን ካብ በልካስ በል፡ንህዝብኻ ኣድሕን መጀመርያ፡ ኣብዘይምልከተካ ኣይትሓምዙቕ።
አገር ያወቀውን ፀሀይ የሞቀውን አሁንም ኢትዮጵያንን መሸወድ የምትችሉ ይመስላችኋል ሞኞች
@@AlexTeshome-ym5hk ሾርት ሚሞሪ የተባልከውስ፡ ኣሁንም ረሳሀው እንዴ? 😀😀
I am going to download this . Finally truth came out that they are the one who started for your record . Thank you 🤷🏻♂️
Do you know self defense means!
የነም እንደዛው ነው።እውነት ለግዝየው ነው እጂ ይቀጥል።
The real war was declared on June 20, 2018 when dictator Isaias said “ Game Over”
@@Z-oneandonly the real war was declared in 2002 when agame didn't accept the Algiers agreement
The truth indeed! Getachew Seko said it, Gen. said it! But the truth meant nothing to Alula and his herd!
Interseting....God bless you young hero....A ggod lesson for other journalists from Shishay Werese....how to ask and listen.....Thank you very much...
ጎይታዋይ😢 ክንደይ ኢኩም ግን ሓሊፍኩም ኣሕዋትና ብሰንኪ ዘም ተካላት መንግስቲ
ደራሲን ተራኺን ሹሻይ ወረስ እንኳዕ ናብዚ አብቀዐካ፡፡ ብብቅዓትካ ንህዝብኻ አገልግል፡፡❤❤❤
ምስጢር ዝበሃል የለን ገመል ሰሪቅካ ጉብሕ ጉብሕ. ንህዝብይ ትግራይ አብ ደላህመት ዘእተወ ዉሳኔ, ሴኮቱሬ መብረቃዊይ መጥቃዕትይ ገርና ምሽ ኢልኩም. እቶም ምስጥር ትብሉ ደናቁር short memory ሳትላይት ዝበሃል ኣሎ ኣብዛ ዓለምና.polt,M Good job
እንዴት ተማርኩ ትላለህ አንት ደንቆሮ 🦵🦶 እግርህን አሰቆርጠህ ለደብረ ፅዩን
*_መዓረይ ኣብ ስቃይ ላሃለወስ ገፁ ሕጉስ እንኳዕ እስቲ ብሂወት ተፍካ😢_*
እንቋዕ ብሰላም ተረፍካልና ክቡር ሓውና🙏🙏🙏💚ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና😥🤲
ተክልት ሓወይ መተዓብታይ ማዓረይ እንኺ እግዚአብሔር አውፀእካ ተመስገን ኣምላክ ዛሓወይ 🙏🙏🙏❤️❤️
Thank bro Ati haqey sele zengerkana
" ኣባላት ሰሜን እዝ ንዕለት 27 ክወቕዑ መደብ ስለ ዝነበሮም ፡ ቀዲምናዮም ብዕለት 24 ስጉምቲ ወሲድና "እታ ሴኩቱሬ ጌታቸው መብረቓዊ መጥቃዕቲ ኢሉ ዝገለጻ ስጉምቲ ።
This is none of your concern! Why don't you take care of the chaos in your own country?
💪💪💪❤️❤️💛💛 yeknyelna kubur hawna 🙏kbrin mogesn njeganuna sematatna
ጅግንነትን ስሪሒትን ሰራዊት ትግራይ ካብ ምዝራብ ተቆጠቡ
ዓርስና ኲናት ከምልጀመርናለ ልሰሜን እዝ ዓርስና ከምደጥቃዕናዮለ የቃልዑና እናይ እጁ ኣብዙይ ላመጻኻ ምስጢር ምቅላዕ።
ሙሽጥር ሙሽጥር @@AbrahamTesfamariam-fz7vr
ጀግና ብዙሕ ኣይዛረብን, ይትግብር ጥራይ. ጩግራፍ ባዕላ ሃሪማ ባዕላ ተእዊ.
ቃላት ዘይገልጾ ሀቦ ትብአት ጅግንነት ታይሞ ክብሎ ክብሪ ይግብእኩም 🙏🙏🙏🙏🙏
እግዚአብሔር ትልቅ ነው ይህንን አሳየን ሰው አላኖሩ ብላችሁ ይህው የእጃችሁን አገኛችሁ
ትኹለ እዩ ገዛይ ኣብ ዓዲ ኽፍእ ብዝሓት ኣሕዋትናን ሲኢና ብጣዓሚ መስተውዐሊ መንእሰይ ኢኻ እንኳዕ ብሂወት ተሰፍካ።
ዋላ አነ ትኹለ እየ😢😢😢
@@WeyniAsfa-nr1qu ወይንየ😥
ፀረ ሓሸውቲ ሓቂ ልናገር ጅግና ትግራዋይ ❤❤ ኢለካ ኣለኹ : ህዝቢ ትግራይ ተሸዊዱ እዩ 😢😢😢
ውፃእ ሳዋ
ወዋእ ሰሜን እዝ አወቃዕናን እንዶ አተባህለን
ክወቐካ ምዝግጃዉ እንተፈሊጥካ ክሳብ መጽዩ ዝትኩሰልካ ኾፍልካ ምጽባይ ዕሽነት እዩ ወታደራዊ ስልቲውን ኣይኾነን
@@Manjuse252ክክክክክክ እሞ ክሃርመና ይዳሎ ስለዝነበረ ኢና ሃሪምናዮሞ ዘይበልኩም ለካብጥ ብሓሶት ዝተበረዝኩም ፍጥረት
ላይእማንካ ሓወ ሓሾት ልይበልየና።
ግደፎም እባ ሻዕብያን ፈደራልን ኲናት ከፊቶሙልና የዓዉይይይይ ባይደን ከምዘይበሉ ክክክ ሓቂ ብርእሳ ተቀበርካያ ብእግራ ትወጽእ። ምቅናይ ጥራይ ኩላ ሓቂ በብሓደ ባዕሎም ከውጽእዋ እዮም።
ተጋሩ ሓሰውቲ ስለ ዝኮኑ ከምኡ ኢሎም።
እንዃ እግዚአብሔር አውፀአካ አሜን 🙏🙏
ደስ ዝብል Program.....Please Part 2 ???
ሓያቲ ቕድመኻ እካዕ ተረፍኻ ወዲነዋ ማዓረይ❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብሂወት ብተሪካ ማዓርዬ❤❤❤
I am glad you are alive to tell the truth that you experienced! I hope you have not offended Alula!
ዝገርም ዘረባ ኢዩ ኩሉና ግበሩ ዝበሉና ኢና ገርና😊
አታኸልቲ ጀግና ውፉይ ተጋዳላይ እዛመከራን ቃንዛን ተጋሩ አብሸኸምኻ እንሃ አዞኳ ህዘቢኻን ዓድኻን ክክሕሱዃ ተስፋ ይገብር ከበር
ዝሃወይ ጀግናየ አካ ብሂወት ተረፍካ tdf ትግራይ ጀጋኑ ታይሞ ዝግባኩም አይረክብኩም ግን አጆኩም ክሓልፍልና አዩ የቀንየልና🙏❤️❤️❤️❤️ ስለና አብይ ሂዎት ከፊልኩም ❤️
ኣብ ልዕሊ ሰሜን እዝ ስጉምቲ ምውሳዱ ብሚድያ ምውፃእ ግን ከም ተጋሩ የዋፅእ ድዩ? ተወሪርና፣ፅንተት ተፈፂሙልና እናበልናስ ከምዚ ዓይነት ንፀላኢ ዝጠቅም ወረ ፅቡቕ ኣይመስለንን 'ሞ ኣቀራርብኡ እንተዝቕየር
ልፍዓተይ ግን ተመኻኺርና ኪዱ ኢሎሙና ኢሉ እዋይ ግፍዒ😢😢😢
ስታምር ጀግና ሓወይ❤❤
ጅግና ❤❤❤❤
እንቋዕ ብሂወት ተረፍካ ክቡረይ ❤❤ካብቶም ካብ መካላከልያ ወፅዮም ናብ ፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ተፀምቢሮም ዝተቃለሱ ሓደ ዝፈትወን ዘክብሮን ወዲ ኣኮይ ነይሩ ምእንታይን ምእንቲ ህዝብ ትግራይ ሓደ ቆለዓ ከይገደፈ ኣብ ምዕራብ ተስዊኡ 😢 😢ኣጋ ምስ ቀረበ
ምሕረት የውርደልካ ኣምላኽ
Our TDF hero- Egziabher Enquae autseaka. God saved your life
ብፃይ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ።
እንቋዕ ብሂወት ተረፍካ ሓወይ ናተይ❤❤❤
አይዞህ ወንድሜ ተመስገን ነው ይሚባለው❤ካጣናቸው አንተ ትሻላላህ ምነው ሁሉምእንዳተ በተመቱ
እንኳዕ ብሂወት ወጻኻ ኩብሩ ሓው💙💙💙
The real story❤❤❤
ሹሻይ ወረስ ጎበዝ ከሻሒ ምስጢር ኢኻ 😭 እንታይ ከምትዛረብን ሳዕብየኑን ኣይትፈልጥን ማለት ድዩ❓
ሸሻይ ጎበዝ። ግን ኣጠቃቅማ ቃላትካ ምሰቲ ቷረፃ ኣጀንዳ ይጓነፅ እዩ እሞ ኣርሞ። እዚ ጀግና ግን እንኳዕ ኣቅረብካልና ❤❗️ ዝገርም ጀግንነትን ፅንዓትን 🙏
ንስኻትኩም ሰሜን እዝ ኮስቲርኩሞም ኢኹም መዘዘኛታት ልዕሊ 1 ሚሊዮን ደቂ ድካ አወዲእኩሞም ጌታቸው እና የዕርኩቱ ግን በሂወት አለዉ ዊስኪ እንዳስተዩ የሕዝን
ማሃይም ሐሸከረ ኢሳያስ👎
Dedeb!!!
Ab SAWA KABE MERAGE YEDHENENA!🥲🥲🥲👿
ሓደን ፈረቃን ሚልዮን ሃመማ. ኮይኖም. ውላድ ሳዋ ከምኡ እዩ ዝገብር. ሕጂውን ወስ እንተልክን b3 ኣራቢሕና.....@@yashenfalgena6247
አይ መደንገጽ@@alexandershewitalexander2394
ኣቱም ሰባት እዙ ዘረባ ግዜኡ ዘይ ሓለወ ንግግር ግዜ ተዝወሃቦ ይምረፅ እቱ
Iam so happy for you thank you god you’re Alive Be strong you’re going to be okay Jabaadhu ❤️💚❤️💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻
ሰሜን እዝ ተቀዲሙ እንበር ተጋሩ ጥቅዓት ክፍፅሙ ኦፕሬሽን ኣይሰርሑን፤ኣተሓታታካ ኣስተካክል😕ንመላሲ TDF ግን ከየመስገንኩ ኣይሓልፍን
you have to accept the fact that you started war
በቃ ከተንቁሩና ሰራዊት ነዓኹም ጠላማት ክሕሉ ከካብ ክልሉ መጽዩ ብድቁሱ ሓሪድኩሞ ሕጂ ትኽሕዱ ኣለኹም ኤህ ደኣ ንስኹም. ኢድኩም ረኺብኩማ ኣለኹም ግን.
hsbena. Tigray. Ahwatey. Uaye. Ak. Egziabher. Mehaeret. Aurad. NesbeTigray. Ferad. DamTigiray. ✝️🙏😢🙏😢🙏😢❤️🕊️🌿
እንኳዕ ሂወት ኣላኪ ክቡር ተጋዳላይ ሓወይ ❤️❤️❤️❤️💪💪💪
ጀግና ወዲ ህዝቢ
መጀመርታ እንቋዕ ንእስነትካ ረኣየልካ ቁስልኻ ቁስሊ ከልቢ ይግበረልካ። ሓሶት መራሕቲ ሕወሓት ስለዘውጻኻ ከኣ ነመስግነካ። እቲ ኲናት ባዕልኹም ከምዝጀመርኩሞ መስኪርካልና።
27 ከም ንወቃዕ ፈልጥና 24 ብዓልና ወቅዕናዮ እኮ ኢልካ
ኣበይ ዝነበርካ ጀጃዊ ጀራም ኢካ ወደይ? 27vs24 ኣይተረደአካን ማለት ድዩሰ ወይ ኤርጥላዊ ኣራዊት ኢካ
ዋእ ወታደራዊ ሚስይር ግን ዘየለ ድዩ ኮይኑ? ብውነና ዲና ግን እኒኤና? ጠያቂ ንባዕልኻ ጠይቅ....
አብየት ትብዓት ፅንዓት አንምበርኸኽን በሃላይን ተዓዋታይነት ተጋሩስ መዳርግቲ ታሪኽ ዶ ይህ ልዎ ይኮውን አብዛ ምድሪ ??? ዝገርም ህዝቢ!!!💪✌️✌️✌️
ብሰንኪ ዞምቶካናት አቃጠርቲ መራሕቲ ትግራይ መከራኩም ሪኢኩም😢😢😢
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ዝሐወይ
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ። ምንም ከይሓዝና ብዙሕ ንፍክር ከምዝነበርና ግን ኣረዲእካና ኽቡር ሓዉና።
እንኳዕ በሂወት ተረፍካ ኩብሩ ጆግና ሓወይ❤❤❤🎉🎉
ሓሳብካ ፅቡቅ እዩ ነይሩ ግን እገለ መካላከያ ትግራዋይ ሓጊዝና ዝብል ሓሳብ ኣይ ተዋሓጣትለይ ምክንያቱ -----------
ብሱሩ ጠቅላላ ናብ ሓደጋ ዘእቱ እዪ ሰሜን ዕዝ ኪናት ጀሚርና ብፍላይ እቱ ጋዜጠኛ ሐታቲ ሰራም 🙄
@@goesaroundcomesaround ኣይ ሻዕቢያ ዩ ጀሚርዋ ክብል ተጸቢካ 😂😂😂
እንኳዕ ተረፍካልና ጅግና ሓዉና ትድኤፍፍፍፍፍ
ወእደ,ምድሓን,ብዝብል,ሺፋኀ,ውድ,ምድሐን,ካብ,ዝብል,መሸፈኒ,ዘረባ,ደብረፅዮን,ካአልኦት,አብ,ስልጣነ,ምፅናሕ,ብዝብል,ምትካ,መሓሸ,ሕዝቢ,ከማይ,ፅሞኢጥሜተ,ሞት,,ምፍነቓል,ዘየድሕን,ወድብ,ማአዝ,እዬ,ከድሕኖ
Welcome 🙏
እቲ ሰርሒት ክሰነድ አለዎ ሐቂ እዩ ኮይኑ ግን ሰሜን እዚ ክውቃ እንተሎ ፍሉይ ሐይሊ ትግራ ከምዝጀመረ አምሲልካ ምሕታ እንተንቁጠብ ዘይፈልጥዎ ሐበሬታ ከውፅኡ ትገብር አለካ እሞ ሚሰጥር ዝበሃል እባ ይሃሉ ንጆኖሳይድ ቃልስና ዝፃባእ ዶኩሜንት አይተሕልፉ
ጎብለል፡፡
ሺሻይ ወረስ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ ግን ጋዜጤኛ ኣክልሉ ኣብርሃ ኸ ኣሎዶ
Enqua bihiwet terefka marey👏👏👏❤❤❤❤❤❤
ጅግና ወዲ ህዝቢ❤❤❤❤❤
እንኻዕ ብሰላም ትረፍካ ዝሓወይ ❤🙏🥺
ፅፅቡቆም ድዮም ተወቂዖም ኣሕዋተይ ማዓረይ
ኩሉ ብኣርእያ ሥላሴ ዝተፈጠረ ፅቡቅ እዩ ዝሓፍተይ
እንካእ እግዚአብሔር አውፀአካ!!!
ውሕስነት ዘይብሎም ኣይትሕተትዎም ግደፍዎም እስኪ ጎዳይ ቁስሎም ይኣኹሎም
Zhashet Comment b'ab'iu n'natu safety zeyteshaqelus mstir do gele kblu lbom tefi'ewom
ቃለ ምህተት 👍ኩሉ ፅቡቅ አቀራርባ ሚድያ 🙏❤️
ኣንቱም ህዝቢ እንበር ዶኸ ርእሲ ኣለኩም ። ሰሜን እዚ ከም ዘጥቕዕዎስባዕሉ ነብሱ ይምሓሮ እቲ እንዳዜና ሓላፊ ዝነበር ባዕሉ ተዛሪቡ ዩ። እታ ምስጢር ትብልዋ ዘለኹም ሲ ኣየነይቲ ያ
ኣንቱም ኣሕዋተይ እዚ ቃለ መሕትት ንፀላኢ በትሪ ቆሪካ ምሃብ ዩ ዝመስል።ሽሻይ ወረስ መደባትካ ፅቡቅ ዩ ሚስጥራት ብዓይኒ ውትድርና ምሓዝ ፅቡቅ ዩ።
Kulikum 2 kum jagna
10 ሚዲያ ዐንገረር አንተበልካ እግሪ አኮንኻን ክብረትካ ሐሊኻ ስቅበል በጃኻ ክብርኻ አይተጉዱሎ
gan koynna Ezi kulu mekera kemey Gierka Halifkayo 😍😍😍😍😍😍😍
Atye hawey memahrtey enquae bhiwet wetsaka tirah ajoka kithawi ekaTesfa zeymikurats trah
ግበሩ ዝበሉና ኢና ገርና ደበልካ
ኣጆኻ ከም መንእሰይ.
እንታይ ምሽጢር ኣለዎ?ምሽጥ ወድ ምሽጥር ኣይትበሉ ። ታርኽ እቲ ዝነበረ ይተረኽ ቀጥታ እንደወረደ ወይ ከምዘሎ። ተዘይኮኑ ገለ ተበልካ ምስጥር እዩ። ገለ ተበልካ ግልባጥ እዩ ።ገለ ተበልካ ክድዓት እዩ ። ወዘተ ወዘተ እናተባሃለ ክሳብ ዘለናሉ እዋንን ኩነትን ገጥሙናን ይገጥመናን ኣሎ ካብ ናይ ባዕልናን ናይ እማትናን/ጓናን እዙይ ዓይነት ኣባሃህላ ብማራክና ተሓፅቡ ይወገድ።ጅግና ሓወና ከምዘላ ኢ- ልባዊ ወለድ ታርኽ ስለ ዘቅረብኻልና 2ይ ጅግንነት ሰርሕኻ የቀንልና ጎይታ ይሓግዝካ። ጋዜጣኛ ውን ከምኡ።
እንኾዕ ካባካትኩም ተፈጢሬ🙏🙏🙏
Kiburat ahwatna tdf wueletakum bizuh eyu. Longlive to tdf❤❤❤❤
እንኻዕ ብሰላም ወፃካ ዚሓወይ
ስታምር ጀግና ሓወይ ❤❤❤❤❤😢😢😢🙏🙏🙏
Part 2 ንጽበ ኣለና tnx
እንቋዕ ብሂወት ተረፋካ ዝሓወይ
እዝጅግና ሓውና እንቃዕ ብሂዎት ተረፍካ ሺሻይ ግን ገንዘብ ንምእራይ ክትብል ክበሃል ዘይግበኦ ምሽጥር ምስክርነት ትህብ ምህላውካ ትፈልጦ ዲካ መሕዘኒ ሰብ ኢካ በጣዕሚ 😭
ኣይበሃሊ እዚ ሰብ ብዙሓት ተጋደልቲ ለድሐነ እዩ
ሓቂ ምዝራብዱ ምስጥር ናይ ህወሓት ኣጸያፊ ተግባር ንከይወጽእ ዱ ዝኩሉ ዕግርግር ሰረቅቲ ንህዝቢ ክትሕስውዎ ንሰሜን እዚ ብድቅሱ ከምዝወረርክሞ ምሽ ደሊኩም
እሞ ክሕሽው
መን ድዩ ጀሚርዎ recognize ትግብር ኣለኻ
❤❤❤❤❤❤❤
ሺሻይ ዘይኮነ .ሰኩትሪ ባዕሉ በርቃዊ መጥቃዕቲ አብ ልዕሊ ሰሜን ዕዝ ፈጺምና አለና ዝበሎ ስኑድ እዮ ኢለ ከዘክረኩም . 😂😂😂😂😂😂😂😂
ጀግና❤💛❤💛
Tesbuke....
እዋይ TDF😢🕊🔔👏🙏🏼✌🏻🌻
❤❤ ❤
❤️❤️❤️❤️
ተጋሩ! ንምታይ እዩ ኹልሻዕ ሚስጢር ኣሕዋትኩም ንብልጽግና ታቃልዕ?ልቦና ይሓብኩ!!!
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መስጣ ሰሜን እዚ ድማ ብፈጣሪ ተኸፊልኩምዎ። 1.5 ሚልዮን መንእሰይ ረኪስኩም ባራ ክሳብ ሕጂ ድማ ትኸፍልዎ ኣለኹም እቲ እከይ ተግባራትኩም ዋጋ የኽፍለኩም ኣሎ።
እንካዕ ላብዚ ኣብቅዕካ ኹብር ሓውና 🥰🥰
ምዕባይ ሓወይ አምላክ ይመስገን ናብዚ ዘብፀሐካ ፈጣሪ
እንቋዕ ብሂወት ተረፈልካ❤
bhiwet mtrafu des ybl btami❤❤❤
እንቋዕ ብሂወት ተረፈልካ ዚሓወይ
አንታ ብሩኽ እንተ ንስኻ ጀግና ኢኻ ፈጣሪ እንኳዕ አትረፈካ እቲ ጠያቂ እሞ ከምዝይ ዝበለ ወታደራዊ ሕቶ አይሕተትይ ነዉሪ
Tikikil !
Kihitt zeygiba hito ayedliyin neyru.
እቲ ክፋእኩም እባ ክንፈልጦ? እዋይ እቲ ክሕደትኩም ዓለም ፈሊጥኩም,
እዚ ወዲ ልክዕ ናይ ቀደም ፊልም ናይ ቴክሳስ ካብቶም ቀልጢፎም ዝሞቱ መክሲካኒ, እዚ ቆልዓ እታ ኩናት ዝጀመሩላ እዩ ተወጊኡ,
@@alexabdu4415ትክክል
Haqi diu newri
ሽሻይ ወረስ ከምዚ ዓይነት ቃለ መሕተት ንግዚኡ ይፅናሕ። ካብ መኽሰቡ ኪሳርኡ ስለዝበዝሕ።
ኣብ መእተዊኻ ኣብልዕሊ ሰሜን እዝ "ስጉምቲ ተወሲዱ" ኣይትበል። ፀላእቲ ነቲ ናይ ቃላት ኣጠቓቕማኻ ቅይር ኣቢሎም እዮም ዝጥቀሙሉ። ፀረመጥቃዕቲ እንተትብል ምተመረፀ።
Tikikl
ተጋሩ ክክክክ ክትሕስዉ ጸሓይ ዓሪባትኩም. ባዕልኹም ከም ዝጀመርኩሞ ደኣ ባዕልኹም ኣብ ዝተፈላለየ ሜድያ ትናስሑሉ ኣለኹም.
@@yafetmehari9096 ክላእ ትግራዋይ ኣይኮንኩን ካብ በልካስ በል፡ንህዝብኻ ኣድሕን መጀመርያ፡ ኣብዘይምልከተካ ኣይትሓምዙቕ።
አገር ያወቀውን ፀሀይ የሞቀውን አሁንም ኢትዮጵያንን መሸወድ የምትችሉ ይመስላችኋል ሞኞች
@@AlexTeshome-ym5hk ሾርት ሚሞሪ የተባልከውስ፡ ኣሁንም ረሳሀው እንዴ? 😀😀
I am going to download this . Finally truth came out that they are the one who started for your record . Thank you 🤷🏻♂️
Do you know self defense means!
የነም እንደዛው ነው።እውነት ለግዝየው ነው እጂ ይቀጥል።
The real war was declared on June 20, 2018 when dictator Isaias said “ Game Over”
@@Z-oneandonly the real war was declared in 2002 when agame didn't accept the Algiers agreement
The truth indeed! Getachew Seko said it, Gen. said it! But the truth meant nothing to Alula and his herd!
Interseting....God bless you young hero....A ggod lesson for other journalists from Shishay Werese....how to ask and listen.....Thank you very much...
ጎይታዋይ😢 ክንደይ ኢኩም ግን ሓሊፍኩም ኣሕዋትና ብሰንኪ ዘም ተካላት መንግስቲ
ደራሲን ተራኺን ሹሻይ ወረስ እንኳዕ ናብዚ አብቀዐካ፡፡ ብብቅዓትካ ንህዝብኻ አገልግል፡፡❤❤❤
ምስጢር ዝበሃል የለን ገመል ሰሪቅካ ጉብሕ ጉብሕ. ንህዝብይ ትግራይ አብ ደላህመት ዘእተወ ዉሳኔ, ሴኮቱሬ መብረቃዊይ መጥቃዕትይ ገርና ምሽ ኢልኩም. እቶም ምስጥር ትብሉ ደናቁር short memory ሳትላይት ዝበሃል ኣሎ ኣብዛ ዓለምና.polt,M Good job
እንዴት ተማርኩ ትላለህ አንት ደንቆሮ 🦵🦶 እግርህን አሰቆርጠህ ለደብረ ፅዩን
*_መዓረይ ኣብ ስቃይ ላሃለወስ ገፁ ሕጉስ እንኳዕ እስቲ ብሂወት ተፍካ😢_*
እንቋዕ ብሰላም ተረፍካልና ክቡር ሓውና🙏🙏🙏💚
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና😥🤲
ተክልት ሓወይ መተዓብታይ ማዓረይ እንኺ እግዚአብሔር አውፀእካ ተመስገን ኣምላክ ዛሓወይ 🙏🙏🙏❤️❤️
Thank bro Ati haqey sele zengerkana
" ኣባላት ሰሜን እዝ ንዕለት 27 ክወቕዑ መደብ ስለ ዝነበሮም ፡ ቀዲምናዮም ብዕለት 24 ስጉምቲ ወሲድና "
እታ ሴኩቱሬ ጌታቸው መብረቓዊ መጥቃዕቲ ኢሉ ዝገለጻ ስጉምቲ ።
This is none of your concern! Why don't you take care of the chaos in your own country?
💪💪💪❤️❤️💛💛 yeknyelna kubur hawna 🙏kbrin mogesn njeganuna sematatna
ጅግንነትን ስሪሒትን ሰራዊት ትግራይ ካብ ምዝራብ ተቆጠቡ
ዓርስና ኲናት ከምልጀመርናለ ልሰሜን እዝ ዓርስና ከምደጥቃዕናዮለ የቃልዑና እናይ እጁ ኣብዙይ ላመጻኻ ምስጢር ምቅላዕ።
ሙሽጥር ሙሽጥር @@AbrahamTesfamariam-fz7vr
ጀግና ብዙሕ ኣይዛረብን, ይትግብር ጥራይ. ጩግራፍ ባዕላ ሃሪማ ባዕላ ተእዊ.
ቃላት ዘይገልጾ ሀቦ ትብአት ጅግንነት ታይሞ ክብሎ
ክብሪ ይግብእኩም 🙏🙏🙏🙏🙏
እግዚአብሔር ትልቅ ነው ይህንን አሳየን ሰው አላኖሩ ብላችሁ ይህው የእጃችሁን አገኛችሁ
ትኹለ እዩ ገዛይ ኣብ ዓዲ ኽፍእ ብዝሓት ኣሕዋትናን ሲኢና ብጣዓሚ መስተውዐሊ መንእሰይ ኢኻ እንኳዕ ብሂወት ተሰፍካ።
ዋላ አነ ትኹለ እየ😢😢😢
@@WeyniAsfa-nr1qu ወይንየ😥
ፀረ ሓሸውቲ ሓቂ ልናገር ጅግና ትግራዋይ ❤❤ ኢለካ ኣለኹ : ህዝቢ ትግራይ ተሸዊዱ እዩ 😢😢😢
ውፃእ ሳዋ
ወዋእ ሰሜን እዝ አወቃዕናን እንዶ አተባህለን
ክወቐካ ምዝግጃዉ እንተፈሊጥካ ክሳብ መጽዩ ዝትኩሰልካ ኾፍልካ ምጽባይ ዕሽነት እዩ ወታደራዊ ስልቲውን ኣይኾነን
@@Manjuse252ክክክክክክ እሞ ክሃርመና ይዳሎ ስለዝነበረ ኢና ሃሪምናዮሞ ዘይበልኩም ለካብጥ ብሓሶት ዝተበረዝኩም ፍጥረት
ላይእማንካ ሓወ ሓሾት ልይበልየና።
ግደፎም እባ ሻዕብያን ፈደራልን ኲናት ከፊቶሙልና የዓዉይይይይ ባይደን ከምዘይበሉ ክክክ ሓቂ ብርእሳ ተቀበርካያ ብእግራ ትወጽእ። ምቅናይ ጥራይ ኩላ ሓቂ በብሓደ ባዕሎም ከውጽእዋ እዮም።
ተጋሩ ሓሰውቲ ስለ ዝኮኑ ከምኡ ኢሎም።
እንዃ እግዚአብሔር አውፀአካ አሜን 🙏🙏
ደስ ዝብል Program.....Please Part 2 ???
ሓያቲ ቕድመኻ እካዕ ተረፍኻ ወዲነዋ ማዓረይ❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብሂወት ብተሪካ ማዓርዬ❤❤❤
I am glad you are alive to tell the truth that you experienced! I hope you have not offended Alula!
ዝገርም ዘረባ ኢዩ ኩሉና ግበሩ ዝበሉና ኢና ገርና😊
አታኸልቲ ጀግና ውፉይ ተጋዳላይ እዛመከራን ቃንዛን ተጋሩ አብሸኸምኻ እንሃ አዞኳ ህዘቢኻን ዓድኻን ክክሕሱዃ ተስፋ ይገብር ከበር
ዝሃወይ ጀግናየ አካ ብሂወት ተረፍካ tdf ትግራይ ጀጋኑ ታይሞ ዝግባኩም አይረክብኩም ግን አጆኩም ክሓልፍልና አዩ የቀንየልና🙏❤️❤️❤️❤️ ስለና አብይ ሂዎት ከፊልኩም ❤️
ኣብ ልዕሊ ሰሜን እዝ ስጉምቲ ምውሳዱ ብሚድያ ምውፃእ ግን ከም ተጋሩ የዋፅእ ድዩ? ተወሪርና፣ፅንተት ተፈፂሙልና እናበልናስ ከምዚ ዓይነት ንፀላኢ ዝጠቅም ወረ ፅቡቕ ኣይመስለንን 'ሞ ኣቀራርብኡ እንተዝቕየር
ልፍዓተይ ግን ተመኻኺርና ኪዱ ኢሎሙና ኢሉ እዋይ ግፍዒ😢😢😢
ስታምር ጀግና ሓወይ❤❤
ጅግና ❤❤❤❤
እንቋዕ ብሂወት ተረፍካ ክቡረይ ❤❤ካብቶም ካብ መካላከልያ ወፅዮም ናብ ፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ተፀምቢሮም ዝተቃለሱ ሓደ ዝፈትወን ዘክብሮን ወዲ ኣኮይ ነይሩ ምእንታይን ምእንቲ ህዝብ ትግራይ ሓደ ቆለዓ ከይገደፈ ኣብ ምዕራብ ተስዊኡ 😢 😢ኣጋ ምስ ቀረበ
ምሕረት የውርደልካ ኣምላኽ
Our TDF hero- Egziabher Enquae autseaka. God saved your life
ብፃይ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ።
እንቋዕ ብሂወት ተረፍካ ሓወይ ናተይ❤❤❤
አይዞህ ወንድሜ ተመስገን ነው ይሚባለው❤ካጣናቸው አንተ ትሻላላህ ምነው ሁሉምእንዳተ በተመቱ
እንኳዕ ብሂወት ወጻኻ ኩብሩ ሓው💙💙💙
The real story❤❤❤
ሹሻይ ወረስ ጎበዝ ከሻሒ ምስጢር ኢኻ 😭 እንታይ ከምትዛረብን ሳዕብየኑን ኣይትፈልጥን ማለት ድዩ❓
ሸሻይ ጎበዝ። ግን ኣጠቃቅማ ቃላትካ ምሰቲ ቷረፃ ኣጀንዳ ይጓነፅ እዩ እሞ ኣርሞ። እዚ ጀግና ግን እንኳዕ ኣቅረብካልና ❤❗️ ዝገርም ጀግንነትን ፅንዓትን 🙏
ንስኻትኩም ሰሜን እዝ ኮስቲርኩሞም ኢኹም መዘዘኛታት ልዕሊ 1 ሚሊዮን ደቂ ድካ አወዲእኩሞም ጌታቸው እና የዕርኩቱ ግን በሂወት አለዉ ዊስኪ እንዳስተዩ የሕዝን
ማሃይም ሐሸከረ ኢሳያስ👎
Dedeb!!!
Ab SAWA KABE MERAGE YEDHENENA!🥲🥲🥲👿
ሓደን ፈረቃን ሚልዮን ሃመማ. ኮይኖም. ውላድ ሳዋ ከምኡ እዩ ዝገብር. ሕጂውን ወስ እንተልክን b3 ኣራቢሕና.....@@yashenfalgena6247
አይ መደንገጽ@@alexandershewitalexander2394
ኣቱም ሰባት እዙ ዘረባ ግዜኡ ዘይ ሓለወ ንግግር ግዜ ተዝወሃቦ ይምረፅ እቱ
Iam so happy for you thank you god you’re Alive Be strong you’re going to be okay Jabaadhu ❤️💚❤️💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻
ሰሜን እዝ ተቀዲሙ እንበር ተጋሩ ጥቅዓት ክፍፅሙ ኦፕሬሽን ኣይሰርሑን፤ኣተሓታታካ ኣስተካክል😕ንመላሲ TDF ግን ከየመስገንኩ ኣይሓልፍን
you have to accept the fact that you started war
በቃ ከተንቁሩና ሰራዊት ነዓኹም ጠላማት ክሕሉ ከካብ ክልሉ መጽዩ ብድቁሱ ሓሪድኩሞ ሕጂ ትኽሕዱ ኣለኹም ኤህ ደኣ ንስኹም. ኢድኩም ረኺብኩማ ኣለኹም ግን.
hsbena. Tigray. Ahwatey. Uaye. Ak. Egziabher. Mehaeret. Aurad. Nesbe
Tigray. Ferad. DamTigiray. ✝️🙏😢🙏😢🙏😢❤️🕊️🌿
እንኳዕ ሂወት ኣላኪ ክቡር ተጋዳላይ ሓወይ ❤️❤️❤️❤️💪💪💪
ጀግና ወዲ ህዝቢ
መጀመርታ እንቋዕ ንእስነትካ ረኣየልካ ቁስልኻ ቁስሊ ከልቢ ይግበረልካ። ሓሶት መራሕቲ ሕወሓት ስለዘውጻኻ ከኣ ነመስግነካ። እቲ ኲናት ባዕልኹም ከምዝጀመርኩሞ መስኪርካልና።
27 ከም ንወቃዕ ፈልጥና 24 ብዓልና ወቅዕናዮ እኮ ኢልካ
ኣበይ ዝነበርካ ጀጃዊ ጀራም ኢካ ወደይ? 27vs24 ኣይተረደአካን ማለት ድዩሰ ወይ ኤርጥላዊ ኣራዊት ኢካ
ዋእ ወታደራዊ ሚስይር ግን ዘየለ ድዩ ኮይኑ? ብውነና ዲና ግን እኒኤና? ጠያቂ ንባዕልኻ ጠይቅ....
አብየት ትብዓት ፅንዓት አንምበርኸኽን በሃላይን ተዓዋታይነት ተጋሩስ መዳርግቲ ታሪኽ ዶ ይህ ልዎ ይኮውን አብዛ ምድሪ ??? ዝገርም ህዝቢ!!!💪✌️✌️✌️
ብሰንኪ ዞምቶካናት አቃጠርቲ መራሕቲ ትግራይ መከራኩም ሪኢኩም😢😢😢
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ዝሐወይ
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ። ምንም ከይሓዝና ብዙሕ ንፍክር ከምዝነበርና ግን ኣረዲእካና ኽቡር ሓዉና።
እንኳዕ በሂወት ተረፍካ ኩብሩ ጆግና ሓወይ❤❤❤🎉🎉
ሓሳብካ ፅቡቅ እዩ ነይሩ ግን እገለ መካላከያ ትግራዋይ ሓጊዝና ዝብል ሓሳብ ኣይ ተዋሓጣትለይ ምክንያቱ -----------
ብሱሩ ጠቅላላ ናብ ሓደጋ ዘእቱ እዪ ሰሜን ዕዝ ኪናት ጀሚርና ብፍላይ እቱ ጋዜጠኛ ሐታቲ ሰራም 🙄
@@goesaroundcomesaround ኣይ ሻዕቢያ ዩ ጀሚርዋ ክብል ተጸቢካ 😂😂😂
እንኳዕ ተረፍካልና ጅግና ሓዉና ትድኤፍፍፍፍፍ
ወእደ,ምድሓን,ብዝብል,ሺፋኀ,ውድ,ምድሐን,ካብ,ዝብል,መሸፈኒ,ዘረባ,ደብረፅዮን,ካአልኦት,አብ,ስልጣነ,ምፅናሕ,ብዝብል,ምትካ,መሓሸ,ሕዝቢ,ከማይ,ፅሞኢጥሜተ,ሞት,,ምፍነቓል,ዘየድሕን,ወድብ,ማአዝ,እዬ,ከድሕኖ
Welcome 🙏
እቲ ሰርሒት ክሰነድ አለዎ ሐቂ እዩ ኮይኑ ግን ሰሜን እዚ ክውቃ እንተሎ ፍሉይ ሐይሊ ትግራ ከምዝጀመረ አምሲልካ ምሕታ እንተንቁጠብ ዘይፈልጥዎ ሐበሬታ ከውፅኡ ትገብር አለካ እሞ ሚሰጥር ዝበሃል እባ ይሃሉ ንጆኖሳይድ ቃልስና ዝፃባእ ዶኩሜንት አይተሕልፉ
ጎብለል፡፡
ሺሻይ ወረስ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ ግን ጋዜጤኛ ኣክልሉ ኣብርሃ ኸ ኣሎዶ
Enqua bihiwet terefka marey👏👏👏❤❤❤❤❤❤
ጅግና ወዲ ህዝቢ❤❤❤❤❤
እንኻዕ ብሰላም ትረፍካ ዝሓወይ ❤🙏🥺
ፅፅቡቆም ድዮም ተወቂዖም ኣሕዋተይ ማዓረይ
ኩሉ ብኣርእያ ሥላሴ ዝተፈጠረ ፅቡቅ እዩ ዝሓፍተይ
እንካእ እግዚአብሔር አውፀአካ!!!
ውሕስነት ዘይብሎም ኣይትሕተትዎም ግደፍዎም እስኪ ጎዳይ ቁስሎም ይኣኹሎም
Zhashet Comment b'ab'iu n'natu safety zeyteshaqelus mstir do gele kblu lbom tefi'ewom
ቃለ ምህተት 👍ኩሉ ፅቡቅ አቀራርባ ሚድያ 🙏❤️
ኣንቱም ህዝቢ እንበር ዶኸ ርእሲ ኣለኩም ። ሰሜን እዚ ከም ዘጥቕዕዎስ
ባዕሉ ነብሱ ይምሓሮ እቲ እንዳዜና ሓላፊ ዝነበር ባዕሉ ተዛሪቡ ዩ። እታ ምስጢር ትብልዋ ዘለኹም ሲ ኣየነይቲ ያ
ኣንቱም ኣሕዋተይ እዚ ቃለ መሕትት ንፀላኢ በትሪ ቆሪካ ምሃብ ዩ ዝመስል።ሽሻይ ወረስ መደባትካ ፅቡቅ ዩ ሚስጥራት ብዓይኒ ውትድርና ምሓዝ ፅቡቅ ዩ።
Kulikum 2 kum jagna
10 ሚዲያ ዐንገረር አንተበልካ እግሪ አኮንኻን ክብረትካ ሐሊኻ ስቅበል በጃኻ ክብርኻ አይተጉዱሎ
gan koynna Ezi kulu mekera kemey Gierka Halifkayo 😍😍😍😍😍😍😍
Atye hawey memahrtey enquae bhiwet wetsaka tirah ajoka kithawi eka
Tesfa zeymikurats trah
ግበሩ ዝበሉና ኢና ገርና ደበልካ
ኣጆኻ ከም መንእሰይ.
እንታይ ምሽጢር ኣለዎ?
ምሽጥ ወድ ምሽጥር ኣይትበሉ ። ታርኽ እቲ ዝነበረ ይተረኽ ቀጥታ እንደወረደ ወይ ከምዘሎ። ተዘይኮኑ ገለ ተበልካ ምስጥር እዩ። ገለ ተበልካ ግልባጥ እዩ ።ገለ ተበልካ ክድዓት እዩ ። ወዘተ ወዘተ እናተባሃለ ክሳብ ዘለናሉ እዋንን ኩነትን ገጥሙናን ይገጥመናን ኣሎ ካብ ናይ ባዕልናን ናይ እማትናን/ጓናን እዙይ ዓይነት ኣባሃህላ ብማራክና ተሓፅቡ ይወገድ።ጅግና ሓወና ከምዘላ ኢ- ልባዊ ወለድ ታርኽ ስለ ዘቅረብኻልና 2ይ ጅግንነት ሰርሕኻ የቀንልና ጎይታ ይሓግዝካ። ጋዜጣኛ ውን ከምኡ።
እንኾዕ ካባካትኩም ተፈጢሬ🙏🙏🙏
Kiburat ahwatna tdf wueletakum bizuh eyu. Longlive to tdf❤❤❤❤
እንኻዕ ብሰላም ወፃካ ዚሓወይ
ስታምር ጀግና ሓወይ ❤❤❤❤❤😢😢😢🙏🙏🙏
Part 2 ንጽበ ኣለና tnx
እንቋዕ ብሂወት ተረፋካ ዝሓወይ
እዝጅግና ሓውና እንቃዕ ብሂዎት ተረፍካ ሺሻይ ግን ገንዘብ ንምእራይ ክትብል ክበሃል ዘይግበኦ ምሽጥር ምስክርነት ትህብ ምህላውካ ትፈልጦ ዲካ መሕዘኒ ሰብ ኢካ በጣዕሚ 😭
ኣይበሃሊ እዚ ሰብ ብዙሓት ተጋደልቲ ለድሐነ እዩ
ሓቂ ምዝራብዱ ምስጥር ናይ ህወሓት ኣጸያፊ ተግባር ንከይወጽእ ዱ ዝኩሉ ዕግርግር ሰረቅቲ ንህዝቢ ክትሕስውዎ ንሰሜን እዚ ብድቅሱ ከምዝወረርክሞ ምሽ ደሊኩም
እሞ ክሕሽው
እሞ ክሕሽው
መን ድዩ ጀሚርዎ recognize ትግብር ኣለኻ
❤❤❤❤❤❤❤
ሺሻይ ዘይኮነ .ሰኩትሪ ባዕሉ በርቃዊ መጥቃዕቲ አብ ልዕሊ ሰሜን ዕዝ ፈጺምና አለና ዝበሎ ስኑድ እዮ ኢለ ከዘክረኩም . 😂😂😂😂😂😂😂😂
ጀግና❤💛❤💛
Tesbuke....
እዋይ TDF😢🕊🔔👏🙏🏼✌🏻🌻
❤❤ ❤
❤️❤️❤️❤️
ተጋሩ! ንምታይ እዩ ኹልሻዕ ሚስጢር ኣሕዋትኩም ንብልጽግና ታቃልዕ?
ልቦና ይሓብኩ!!!