"ሬሳታት እናሰገረ - ደቁ እናቐበረ ዝመፀ ጅግና!"

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 403

  • @ድንግለይዋሕሲልበይ
    @ድንግለይዋሕሲልበይ 2 หลายเดือนก่อน +32

    እፍፍ ኣቦዋይ ጠንካራ ኣይክኣልኩን😢እግዚኣብሔር ኣምላክ እቶም ዝተረፉ ደቅኹም ይባሪከልኹም❤🙏

  • @HenokGebi-we8vg
    @HenokGebi-we8vg 2 หลายเดือนก่อน +15

    ነዚ ኣቦና እደይ እድካ እልና ንሓግዞም ኣሓትን ኣሕዋትን 😊❤

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria 2 หลายเดือนก่อน +12

    አጆካ ጅግና አቦና ትግራይ ዓድካ ብጅግንነት እናዘከርትካ ክትነብር ኢያ!!!!!!¡

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns6757 2 หลายเดือนก่อน +4

    ብሓቂ እምበር ተጋደላይ እስቲ ብዓቕምና ንሓግዞ።

  • @tigraySebalwa16
    @tigraySebalwa16 2 หลายเดือนก่อน +8

    Heartbreaking 💔 😢😢 still hurts so much to my core. Eway hizbay Melaka do bezhu 😇💔💔💔.. I am so sorry aboy meary💔💔 for your losses

  • @SleepyBeachChairs-ju5vy
    @SleepyBeachChairs-ju5vy 2 หลายเดือนก่อน +12

    ,ፅንዓት ይሃብካ ጅግና ሓወይ መዓረይ

  • @ArayaNegash
    @ArayaNegash 2 หลายเดือนก่อน +16

    ምስ ሓለፈ ክትናገሮ ምቅላሉ...........
    ፅንዓት ይሀብካ
    አንታ መድሀንአሌም አቦይ እታ ድሮን ክፍክፍኦም ዘይትአርዮም ነይራ

  • @BKMGA
    @BKMGA 2 หลายเดือนก่อน +6

    ፅንዓት ይሃብካ ሓዉና.በል ሐዚ ቃልስካ ናብቲ ማፍያ ጉጅለ ተመለስ.

  • @merafasgedom9208
    @merafasgedom9208 2 หลายเดือนก่อน +3

    አታ ዛትግራይስ ወሊደ ትበል💛♥️💛♥️ጀግና አቦ ጀጋኑ!!!

  • @brananai8977
    @brananai8977 2 หลายเดือนก่อน +2

    አነስ አይካአልኩን 😥😥😭😭💔💔💔 ንአቦና እዮብ ዝደበስ እግዚአብሔር ንአካ ዉን ይደብስካ ክቡር አያና ቁፅሪ ሰልኮምባ ተገዲስካ ሃበና

  • @merimeri3117
    @merimeri3117 2 หลายเดือนก่อน +17

    ጅግና ተጋደላይ ጀጋኑ ወሊድካ ምእንተ ትግራይ

  • @tsigetesfaye8940
    @tsigetesfaye8940 2 หลายเดือนก่อน +3

    ጀግናናናና🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤ፅንዓት ይሀብካ ሓወይይይይ

  • @brightfeature89
    @brightfeature89 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ እቶም ረሳዕቲ ካሕዳማት ካድረ ንምንታይ እዮም እዚ ዝመስል ጅግና ረሲዖም ዝብለዐሎም ዝወሐጠሎም የሕዝን ነዚ ጀግና ወላዲ አቦ ትግራይ ፍሉይ ጠመተን ክብርን ክወሀቦ ይግበኦ።

  • @lovezeru1173
    @lovezeru1173 2 หลายเดือนก่อน +5

    የሐዝን ብጣዕሚ ስርዓት ሕወሓት ዝሞተን ዝበስበሰን ስርዓት ኩሉ ግዜ ንተጋደልቲ ምስ በደለት 😢😢😢😢😢😢

  • @YemaneHalefom-ru2xi
    @YemaneHalefom-ru2xi 2 หลายเดือนก่อน +6

    መግለፂ ዘይብሉ ጅግና ወድጀጋኑ አጆካ ፅንዓት ይሃብካ

    • @sofoniasdaniel5547
      @sofoniasdaniel5547 2 หลายเดือนก่อน

      @@YemaneHalefom-ru2xi ኣታ ዓንጃል ደቅካ እንዳቀበርካ ምካድ ጅግንነት ኣይኮነን፡ ወይ ንስካ ድማ ጅግና ክትብሃል ደቀይ ኣቅብረኒ በል፡ ጽንዓት ይሃብካ ዕማቅ ረኪብካ እዩ ዝብሃል። ደቅካ ምቅባር ሞት ደቅካ ጅግና ኣየብለካን እዩ፡ ካብዚ ዝመሽመሸ ኣተሓሳስባ ውጻእ።

  • @Mqnay
    @Mqnay 2 หลายเดือนก่อน +1

    አይ ብጣዕሚ ዝገርም እና ብጣዕሚ መሕዘኒ ዝኽነ ታርኽ እዩ ሞ ጅግና አዮኻ እድመን ጥዒናን ይምንየልካ አቦይ

  • @zebideruguangua4351
    @zebideruguangua4351 2 หลายเดือนก่อน +1

    ቃል የብለይ መግለፄ
    እሞ ታሪካ ክኑሰምእእድል ለሀበና ፈጣሪ ይመስንገን
    ❤️🙏🏼!!

  • @tigraihagerey8246
    @tigraihagerey8246 2 หลายเดือนก่อน +4

    🙏😭🙏
    እህህ ታሪኽ ኣቦ ጀጋኑ እዙይዶ ይርሳዕ ፅንዓት የሃብኪ ትግራይ😢
    ፅንዓት የሃብካ ክቡር ተጋዳላይ ሓጎስ ተፈሪ🙏
    መግለፂ ቓላት የብለይን 😢

  • @HadushHaile-t5y
    @HadushHaile-t5y 2 หลายเดือนก่อน +1

    ንፅጌሪዳ ከማኺ ዝበላ ጀጋኑ ካብተጋሩ ጥራሓ ይፍጠራ ቅሰኒ ፅንዓት ድማ ይሃብኪ።❤❤❤

  • @YirgawTikue
    @YirgawTikue 2 หลายเดือนก่อน +4

    አስደማሚ ታሪክ ንጋዜጠኛ ምስጋና ይግበአካ ዩ

  • @dankfanta
    @dankfanta 2 หลายเดือนก่อน +4

    Men thanks for bringing this issues to the public!! This is the hard facts of our hero!!

  • @brightfeature89
    @brightfeature89 2 หลายเดือนก่อน +1

    አቦ ፅንዓት ኢኻ ፍሉይ ኢኻ ቃላት የብለይን ብዝተረፉ ደቅኻ እግዚአብሔር ይክሓስካ ጅግናና ።

  • @MuluGermay
    @MuluGermay 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዝም ኩፉአት መሪሕቲ እንድዮም ከፊኡሙና😢 ፅንዓት ይሀብኩም ወላዲ እትም ዝተረፉ ❤ክንድሽሕ ይኩኑልኩም

  • @brightfeature89
    @brightfeature89 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ እቶም ዝተረፉ ይሰስኑ ዕንቅዓ ጣፍ ይኹኑልካ ።

  • @ZadZad-sp4qz
    @ZadZad-sp4qz 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዋይ ኣነስ ታይአ ክብል ኣየዋ ፅናዓትካ ቃላት ስእነሉ💔💔እዛ ትግራይና ንዚተጋደለ ዘይኮነት ንዝዉደልደለ እያ ኾይና😭ወድነአይ ኩሉ ግዜ ይዝክረካ ይነብር ጎይታዋ😭💔😭

  • @macksyou3743
    @macksyou3743 2 หลายเดือนก่อน +4

    ተአምር እዩ እምበይ ተሰሪሑ ዝተደረፈሉ ዛንታ ጀግና::ኽብርን ሞገስን ንሰማእታትና::ትግራይ ሰብ አለዋ!!

  • @ST-tq9el
    @ST-tq9el 2 หลายเดือนก่อน +3

    His story is heartbreaking. What a courageous man. His whole family are brave warriors.

  • @RewinaYemane-z1h
    @RewinaYemane-z1h 2 หลายเดือนก่อน +2

    ነበረያ ነበረ ዝመስል ንምእማኑ ዝኸብድ ታሪክ😢 ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ፅንዓትን ይሃብካ ጅግናና😢😢😢😢

  • @Gere-q6q
    @Gere-q6q 2 หลายเดือนก่อน +1

    ፅንዓት ይሃብካ ክቡር ኣቦና

  • @STAMA123
    @STAMA123 2 หลายเดือนก่อน +5

    ጅግና ኢኻ ብልቢ ጀጋኑ ውን ወሊድካ ግን አንቢዕኻኒ😢

  • @amanuelzerue8001
    @amanuelzerue8001 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዋው! እዚኦም ክትርእይ ትሕበን።መረሕቲ ህወሓት ክትርእይ ትጉህይ። ሕውስዋስ ስምዒት።

  • @tesfuleakemariam2023
    @tesfuleakemariam2023 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሓባካ ኣታ ጂግና ካልዕ ቃላት የብለይን ተጋዳላይ ሀጎስ ተፈሪ።

  • @haregmusr5624
    @haregmusr5624 2 หลายเดือนก่อน +6

    እስኪ ከምዚ ዝበለ ንምሕሳቡ ዝኸብድ ካብ አእምሮ ንላዕሊ ዝኾነ ጅግንነትን ታሪኽ ካብ ተጋሩ ወጻኢ ዘሎ አይመስለንን
    ክብርን መጎስን ንትግራይ ክብሉ ዝሐለፉ ሰማእታትና !!

  • @hamotmedia396
    @hamotmedia396 2 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏 ክብረት ይሀበልና ተጋዳላይ ሐጎስ ተፈሪ። ሳላኩም ካብፅንተት ተሪፍና

  • @10commandmentschannel
    @10commandmentschannel 6 วันที่ผ่านมา

    ዝገርም ታሪክ ፣ ዝገርም ጅግነት ፣ ከምኡ እውን ልብኻ ዝሰብር ሓዘን ድኽመት ። ትግራዋይ ብሰንኪ ሽለልትነት ክባር ዋጋ ከፊሉ። ከይርሳዕ ከይድገም!!

  • @greattigray5290
    @greattigray5290 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጀግና እቦ እግዚአብሔር ኣምላክ ታይ ይሰኣኖ ባዕሉ የፅንዕካ😢😢

  • @WezamWezam-kc7cb
    @WezamWezam-kc7cb 2 หลายเดือนก่อน +1

    ፅንዓት የሃብካ ጅግና ወላዲ

  • @ZeresenanayT
    @ZeresenanayT 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዝገርም ታሪኽ ዝገረም ጀግንነትእዩ ከብ ቡሱል ጠረ ዝባሃል ከምዚ እዩ❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪❤️💛❤

  • @kenzmobile3862
    @kenzmobile3862 2 หลายเดือนก่อน +3

    ክሓልፍ ከሎ ትዛረቦ ከለኻ ክቕለል ፅናዓት ይሃብካ ጅግና ተጋዳላይ ክብርን ሞጎስን ንስማእታትና

  • @WeluGebremichael
    @WeluGebremichael หลายเดือนก่อน

    ፅንዓት ያሃብካ ክቡር ወሊዲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @AaAa-zi6vz
    @AaAa-zi6vz 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣይይይ ኣያታትና ዝሓለፍክምዎ እግዛብሄር የፅንዕኩም

  • @TesfayKahsay-n7e
    @TesfayKahsay-n7e 2 หลายเดือนก่อน +1

    ክብርን መጎስ ንቶም ጀጋኑ አያታትናን አሐትናን ፅንዐት ንህዝቢ ትግራይ

  • @TeweldeMahari
    @TeweldeMahari 2 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ በሓቂ ናይ ጀጋኑ ጅግና ናይ ኣናብስ ኣርሓ ኣምበሳ ተጋዳላይ ሓጎስ ተፈሪ ንትግራይ ኩለንተናኡ ዝወፈየ ግን ሕወሓት ሒዝካ ታሪኽን ጅግንነትን ህዝቢ ትግራይ ተቐቢርሩን ይቕበር ኣሎን።

    • @lemlemmirach7838
      @lemlemmirach7838 2 หลายเดือนก่อน

      Aye zewladi zerkebo❤❤🎉🎉😭😭😭😭

  • @GebreGere-s2y
    @GebreGere-s2y 2 หลายเดือนก่อน +3

    ናይ ብሓቂ ተባዕ ጅግና ንዚ ዶ ምተበደለ የሕዚን እዞም ኣዛብእ ድሮ ረስዕሞም ኣረ ብጃኩም ናብ ልብኩም ተመለሱ ልቢ ክገዝኡ ናብ ልቦም ክምለሱ ኣለዎ

  • @samuelteka1342
    @samuelteka1342 2 หลายเดือนก่อน +3

    ጀግንነትኩም መግለፂ የብሉን። ግን ነዚ ጀግንነት እዚ ዝፃወተሉ ዘሎ መሪሕነት ልቢ ይሃቦ።

  • @AftomAftom-yi8oo
    @AftomAftom-yi8oo 2 หลายเดือนก่อน +3

    ወለድናን ኣሕዋትናን ጅጋኑ ነይርኩም እንተ ናይ ከተማ ሸፋቱ መራሕቲ ግን ቦታኹም እናለሽኩም ኪዱ ካብዛ ሕጂ ንዳሓር ንዓኹም ሽሩሩ ንብለሉ ግዜ የብልናን ይኣኽለኹም እንተ እቶም ጅግና ከም ቀደም ኣይነብርን ንዚ ጅግና ኣቦና ፅንዓት ይሃብካ😢😢😢😢😢

  • @afeworktesfay7364
    @afeworktesfay7364 18 วันที่ผ่านมา

    ፅንዓት ይሃብካ ወላዲ🙏🙏🙏

  • @teferigungul4620
    @teferigungul4620 2 หลายเดือนก่อน +1

    ፅንዓቱን ተስፍኡን ካፍቲ ኩሉ ዝወረዶ ሐዘንን ሐሳረ መከራን ንላዕሊ እዩሞ ነዚ ጅግና ንደብሶ።

  • @TsegayeBerhe-n9f
    @TsegayeBerhe-n9f 2 หลายเดือนก่อน +3

    ሓውና ወዲ ታፈረ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። በርትዕ በርትዕ !! ንቲ ኩሉ ዝገበርካዮ ቃልሲ ድማ የቅንየልና።

  • @meredgebremedhin6419
    @meredgebremedhin6419 2 หลายเดือนก่อน

    Thank you so much for your priceless Service to me and to all Tigreans

  • @TsegaiG.mickael
    @TsegaiG.mickael 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብዓል ታሪኽ ጅግናና

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 2 หลายเดือนก่อน +1

    እግዝአቢሄር የኽእልካ ብጣዕሚ ዘዝኸበደ እዩ ዘሎ ከም እዮብ ኹሉ ነገር ይተክኣልካ 😢😢😢😢😢ፅንዓት ይሃብካ እኳዕ ንምዝራብ አብቀዐካ

  • @mekonenebeyene7836
    @mekonenebeyene7836 2 หลายเดือนก่อน +2

    I am proud of you. You are my hero. I wish you have long life

  • @ahadu3120
    @ahadu3120 2 หลายเดือนก่อน +4

    ወሊድካ ተኸፊእኻ ኣዕቢኻ ጥራይ ኢድካ ተሪፍካ ከመይ ባ ውሽጥኻ ሓሪርካ እኒኤኻ ፅንዓት ይሃብካ 😭😭😭😭

  • @محمدعلي-ش7ب5ث
    @محمدعلي-ش7ب5ث 2 หลายเดือนก่อน +4

    አየ ዓደይ እዝኹሉ ዋጋ ከፊልክስ መጨረሻ እዙይ ኮይኑ ክትርኢ እንከለኻ የሕዝን አጆኻ ክቡር ኣቦና ሰብ አይነብርን ታሪክ ግን ይነብርዩ እና ፅንዓት ይሃብካ አያና😢😢😢😢

  • @akezaweldehawaryat6833
    @akezaweldehawaryat6833 2 หลายเดือนก่อน

    ሓውና ብጣዕሚ ዘሕዝንን ተባዕን ነባር ተጋዳላይና ብዝነብሩ መራሕቲ ተሳቂኹም ዋይ ዘሕዝን ወሎዶ ካብ ወሎዶ በርሱ ትግራይ መሕዘኒ ኹነታት ተፈጺምዋ ታይሞ ፀማም እዝኒ ሂቦምኩም ኣሕሕሕሕ

  • @kiruab
    @kiruab 2 หลายเดือนก่อน +3

    ጅግና!
    ትግራይ ብዚኦም ከቢራ!!

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 2 หลายเดือนก่อน

    Thank you for your service. May the Lord Jesus Christ bless you and keep you safe wherever you go.

  • @SalamSalam-et8bd
    @SalamSalam-et8bd 2 หลายเดือนก่อน +2

    ፁኑዕ ኢካሞ ፁኑዕ ርገፅ ጅግና 1000ዓመት ንበረልና ጅግና ኣቦ ጀጋኑ ነቶም ኣሕዋትና ድማ መግስቲይ ሰማይ የዋርሶም😢😢😢😢😢

  • @romangebre3222
    @romangebre3222 2 หลายเดือนก่อน +4

    አምላኽ ምሳኻ ይኹን ጀግና ሓውና

  • @ThomasTemare
    @ThomasTemare 2 หลายเดือนก่อน

    በርሀ ኻሕሳይ በርሀ ሹኮር ብቐረባ ዝፈልጦ ምስ ኣቦይ ቂይ ኽልተ ኣሕዋት እዮም😭😭

  • @akezaweldehawaryat6833
    @akezaweldehawaryat6833 2 หลายเดือนก่อน

    ፅኑዕ ኢኻሞ ፅናዕ ጅግናና ንትግራይ ኹሉ መናኻ ኾይንካላ ኢኻሞ ትግራይ ኹሉ ግዜ ኣብ ጅግንነት ትዝንትወካ እያ ኽብርን መጎስን ንኹሉ ቤተሰብኻ ኣጆኻ ሓውና ኹሉ ክሓልፍ እዩ 🙏🙏🙏🙏

  • @gebrekiroskahsay
    @gebrekiroskahsay 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤ ይበል ሓቦ ፁኑዕ መዓንጣ መግለፂ የብሉን እቲ ፅንዓትካ እቲ ዝኸድካዮ በረኻታት ሰለዝፈልጦ ከክንዳኻ ደኺሙኒ ምስጋና ንመድሃኒኣለም ይኹን ካብ ናይ ሰዓታት ዝቀረዮ መርሸንቲ ኣውፂኡ ነዚ ኩሉ ምሰክር ንህዝቢ ትግራይ ክተቃልዕ ዝገበረካ እታ ዝቀረየት ሂወትካ ብራህዋን ቅሳነትን ክተሕልፋ ነቲ ካብ ኣንደበትካ ዝተከታተልካ ትግራዋይ ኣብ ዓድን ወፃእን ዘሎ ገዲፈዮ ሃየ ሃየ ንበል ተጋሩ ንክሓሶ ብግብሪ ነዚ ጅግናን ኣቦ ቆራፃት ጀጋኑን

  • @gualqeshi8631
    @gualqeshi8631 2 หลายเดือนก่อน

    ፅንዓት ይሃብካ ወሊደ ጀግና አቦ ጀጋኑ💛❤️💛❤️💛❤️

  • @gezahagnshemeles2320
    @gezahagnshemeles2320 หลายเดือนก่อน

    ኣሽ ናይ ብሓቂ ጀግና ኢኻ ክቡር ኣያና ዕድመን ጢዕናን ይሃብካ

  • @alganeshtareke4370
    @alganeshtareke4370 2 หลายเดือนก่อน

    እዝግአብሄረ የፅንዕካ ጅግና አቦ ጀጋኑ

  • @MelesMeles-eg3nw
    @MelesMeles-eg3nw 2 หลายเดือนก่อน +4

    ፅንዓት ያሃብካ

  • @ዮዳሄ_12
    @ዮዳሄ_12 2 หลายเดือนก่อน +1

    💔እህ ተዛሪብካዮ ዘይውዳእ ታሪክን ጅግንነትን ኣያታትናን ኣዴታትናን ኣሕዋትናንን ግን ታይ ዋጋ ኣለዎ😥❤😍

    • @biniyamhafte5290
      @biniyamhafte5290 2 หลายเดือนก่อน

      haki entay alewo ejis minti eziom minti zom eshelat sematat abay tigray?

  • @tesfalemtezare114
    @tesfalemtezare114 2 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ተጋዳለይ ምስ ጀጋኑ ደቁ ምእንተ ህዝቢ ትግራይ ተቓሊሶም ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና በርትዐልና ኣቦና መዓረይ😭😭😭😭😭😭😭

  • @ebkebk-gs4qz
    @ebkebk-gs4qz 2 หลายเดือนก่อน

    ወራር ሐወይ የቀንየልና ጅግንነትኩም ብከመይ ይግለፅ

  • @muezgezahgn1000
    @muezgezahgn1000 2 หลายเดือนก่อน +1

    እዙይ እዩ ሞት ከቢድ 'ዩ ስለ ዉላድካ ከም ታራ ብፃይካ እቲ ወዲ እናበልካ ክተውግዕ
    ክብርን ሞገስን ንጀጋኑና ይኹን ፅንዓት ድማ ንኹልኹም ስድራቤት ይኹን ❤ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @estifanosgidey2752
    @estifanosgidey2752 2 หลายเดือนก่อน +5

    ኣንታ ክንደይ ኢና ኣሕሊፍና😥

  • @mommommommom9907
    @mommommommom9907 2 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ዓደይ ኣካእሎ ይሃብኪ ወላዲት ጀጋኑ 😢

  • @FiloMediaTigray
    @FiloMediaTigray 2 หลายเดือนก่อน

    Woow the story hero nice job Tigray The land of strong people and Hero keep on Data ,❤

  • @ወዲሓዉዛ
    @ወዲሓዉዛ 2 หลายเดือนก่อน

    ድብጅን ኣቱም ጀጋኑ ደርጊ ዓርሞሸሽ ዘቦሉ እዮም ነይሮም ግን ጅግና ጀጋኑ እዩ ዝወልድ ኡሞ ወድ ተፈሪ ጅግና ወድ ጀጋኑ ክብርን መጎስን ንቶም ጀጋኑ ስዋኣትና😢😢😢😢😢

  • @yosefkidane4881
    @yosefkidane4881 2 หลายเดือนก่อน

    ኡፍ ናይ ብሓቂ እንዳ ነባዕኩ ስምዐያ ክሳብ መዓስ እዩ ክምዚ እልካ

  • @yonashagos6636
    @yonashagos6636 2 หลายเดือนก่อน

    ነዚ ጅግና ሓውና ዝገልፅ ቃላት ካበይ ክርከብ ብሓቂ መስደመም

  • @lailamehari3800
    @lailamehari3800 2 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ጅግና ተጋዳላይ ኢኻ,ኣነ ንክሰምዐካ እካ ኣይኻኣልኩን

  • @lisanutilahun4975
    @lisanutilahun4975 2 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ክሓልፍ ዕድሚኡ ሙሉእ ብፅንዓትን ፈተናን ሓሊፍዎ ብፃይ ባዓል ክልተ ትውልዲ ሓድጊ ከርፋሕ ሂወት 😢😢😢😢

  • @UseNot-lr3wx
    @UseNot-lr3wx 2 หลายเดือนก่อน

    ፅናዓቲ ይሃቡኹም ጀግና ኣቦና

  • @okellobusha1351
    @okellobusha1351 2 หลายเดือนก่อน

    ጽንዓት ይሃብካ ሓውና ብዝበጽሐካ በደልን መስዋእቲ ደቅኻን ካልኦት ቤተሰብካን። ንዝተሰውኡ ኣምላኽ መንግስተ ሰማያት የዋርሶም። ንዓኻን ንዝተረፉን ቤተሰብካ ድማ ኣምላኽ ብርትዕናን ጥንካረን ይሃብ። ሕዚ ኹለይ ናብ መረበትካን ንብረትካን ብሰላም መሊሱ ኣረጋጊኡ ሓይሊን ጥንካረን ሂቡ ዳግም ሂወትካ ተሓዲሹን ለምሊሙን የርእይካ ኣምላኽ። ኣጆኹም ድሕሪ ጥፍኣትን ውድመትን ልምዓትን ሃፍቲን ይምለስን ይመጽእን እዩ። ጃፓን ራኣይዋ ሓሞኽሽቲ ኮይና ነይራ ከም እኒ ደብረጽየን/ደብረብርሰት ብዝኾኑ ብዕቡያትን ኩይናት ወለዕቲን ጦረኛታት ምኽንያት። ሎሚ ንዐለም ብቶዮታን ካልእ ቴክኖሎጂ ውጽኢታት ለምሊማን ሃፍቲማን ትርከብ። እዙይ ድማ ኩይናት ዝባሃል ነገር ካብ ህገ መንግስታ ብምስራዝ ስለተበገሰት እዩ። ትግራይ ኩለይ ህወሓት ዝባሃል መንፈስ ርኩስ ኣወጊዳ ሰላማዊት ኮይና ህዝባ ኣብ ሰላምን ልምዓትን ጥራሕ ክጥምት ገይራ ዳግም ልምልሙን ልዑልን ዘመነ ኣኽሱማዊያን ስልጣነ ክትተክል ትኽእል እያ ንዓኻን ዝመስሉኻን ጀጋኑ ደቃ ሒዛ። ኣጆኹም ኩሉ ሓላፋይ እዩ።
    ኣባይ ወልዱ ዝመለሰልኩም ኣመላልሳ ምዕባይ ሓዉ ኣርዓዶም (ትኩእ) ወልዱ ኣብ ኤርትራ ናይ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር እንድሃለው፥ ኣብ ኣስመራ ዝነብሩ ተጋሩ ብሻዕቢያ ዒዋሉ ተገፊዕና ኢሎም ክጠርዑ ናብ ቢርኡ ከይዶም። ቺዱ ከምዝበልኹም ኮይንኩም ንበሩ ዓዶም እዩ ኢሉ ከምዘባረሮም ካብ እሙን እቲ መዋረዲ መልሲ ዝበጽሖ ዝተነገረ መረዳእታ እንሄ። ዝገረም እዩ ናይ ክልቲኦም ኣሕዋት ክፉእ ርእሲን ልቢን ሓደ ምዃን። እቲ ሕደ ኣብ ትግራይ እቲ ካልኣዩ ድማ ኣብ ኤርትራ ኮይኖም ፈጸምዎ ገበን ዘሕዝን እዩ። ክልቲኦም ብንኦም ኤርትራዊነት እንሄዎም። ትግራይ ኣብሊዓ ኣብጺሓ ንማኣርግ ስለዘብጸሐቶም ትግራውነቶም ኣኽቢሮም ንተጋሩ “ኣሕዋቶም” ርህራሄን ድጋፍን ክህቡ ምተገበኦም።
    መለስ ዜናዊን ደብረጽየን/ደብረብርስትን ኩለይ ብንኦም ኤርትራዊነት እንሄዎም። መለስ ዜናዊ ንዘብልዕዎ ዘዕበይዎ ዘማእረግዎ ተጋሩ ዓቢይ ንዕቐት ዝነበሮ ከሓዲን ናይ ህዝቢ ትግራይ መስዋእቲ በቲኑ ንህዝብና ናብ ዘይወጾ ጸገማት ኣእትዩ ሕማቕ ሽም ሒዙ ከይዱ። ንኤርትራዊነቱ ድማ ብኣንጻሩ ኩርዓትን ኩሉ ድግፍን ነይርዎ። ብዕባ ትግራውነቱ ጽሑፋት ከይጻሓፈ “ኤርትራ ካበይ ናበይ”፥ “ናይ ኤርትራ ገድሊ ንቑልቁል ኣፉ ኣይድፋእን”፥ “10 ዓመት ናይ ኤርትራ ገድሊ” ወዘተ ብናይ ህወሓት ገንዘብን ጊዜን ተጠቒሙ ክጽሕፍ እንተሎ ብትግራውነቱ ግና ሓንቲ ነገር ክጽሕፍ ልቢን ርእሲን ኣይረኸበን። ንተጋሩ ኣደትት እኮ ተጻሪፉ እዩ “ፃዕዳ ዓለባ ኣብ ልዕሊኤን ደሪበን እንትራኣያ ሰብ ይመስላ ብማለት። ንትግራዋይ ካብዙይ ዝኸፈኣ ጸርፊ እንታይ ኣሎ። ብዝናኣድ መንገዲ ኣብ ትግራይ ቆልዓ ኮይኑ ዝዓበየን ንህወሓት ዝተጋደለ ወለዱ ኤርትራውያን ዝኾኑ ግደይ (ፋንታሁን) ዘርኣጽየን ዝተኸበረ ሓው ተጋሩ። ሕዚ ኹለይ ደኺሙኒ ከይበለ ይጋደል አሎ ንመሰልን ክብርን ዲሞክራሲን ህዝቢ ትግራይ። ስለዙይ ጥንቃቐ የዲሊ እዩ። ኩሎም ኣይኮኑን ንጹሃንን ሓቀኛታትን ኣልዉ እዮም።
    ሕዚ ድማ ደብረጽየን/ደብረብርሰት ናይ መለስ ዜናዊ ክፉእ ግብሪ ብምድጋም ንህዝቢ ትግራይ ብኹሉ ከባቢ ብጸለእቲ ተኸቢብ እንዳሃልወ መንገዲ ሰላም ክንዲ ዝኽተል ከምታ ዝበልካያ ካብ 9 ሺሕ 10 ሺሕ ዘይበልጽ ሰራዊት ሒዙ ንኣቢይ ኣሕመድ ኣውሪዱ ብዕሙትን ክፍኡን ልቡን ርእሱን ተላዒሉ ዝሞተ ይሙት ዝተረፈ ድማ ካብ ፀላኢ መሳርሒ እንዳሕደገ ይገስግስ ብማለት ስልጣን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሕዝ ተለሙ ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ጽንተት ኣእትዩ ይርከብ። ንየዋሃንን ጥቕመኛታትን ካድሬታት ሒዙ ካብ ሙሉእ ተሓታትነት ከምልጥ ሽርሒታት ብሕብእ ሕብእኢተይ ይፈትልን ይዘርእን ኣሎ። ሰገር መውስቦ ዘሎን ንቡርን ክቡርን እዩ። እዞም ርጉማት ድማ ንህዝቢታት መጥፊን መበረሲን መሳርሒ ገይሮም ከም ዓቢይ መላ ገይሮም ተጠቒሞሙሉ። ሒዚ ኩለይ ኣብ መንጎና ኮይኖም ክጥቀሙሉ ይጽዕሩ ኣለዉ። ናይ ዚ መሰሪ ሓሳብን ተግባርን ቀንዲ ተለምቲን ማሃንዲሳትን ስብሓት ነጋን መለስ ዜናዊን እዩም። ይኣኽለኩም ተባሂሎም ክዕገቱ ምግባር የግዲ እዩ። ናይ ህዝብና ጉዳይ ህልውናን ክብርን መጥፈእቲ ብጭቡጥ ተረኺቦም እዮም።
    ስለዙይ ትግራዋይ ሓውና እዩ ኢልኩም ክትጠርዑ ናብ ኣባይ ወልዱ ከይድኩም ዘጋጠመኩም ነውረኛን ከሓዲን መልሲ ኣብዙሕ ቦታታትን ስዓታታትን ዘጋጠመን የጋጥምን ዘሎ ስለዝኾነ ትግራዋይ ኩሉ ንህልውኑን ክብሩን ኢሊ ኣጥቢቑ ክከላኸሎን ክእርሞን ይግባእ።

  • @TesefaMareyam
    @TesefaMareyam 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤መግለፂ የብለይን🎉🎉🎉

  • @lilvyfissha3572
    @lilvyfissha3572 2 หลายเดือนก่อน

    Thank you

  • @ድንግለይእያዋሕሰህውተይ
    @ድንግለይእያዋሕሰህውተይ 2 หลายเดือนก่อน

    አቤየት ፅንዓት በሰመአብ😢😢😢ህዝብና ግን ክሳብ ማኣዝ እዩ ዝዝወለዶም እናሰወአ ክነብር😢😢😢 እፍፍፍፍ ዋይ

  • @sophiaali3933
    @sophiaali3933 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣረ እስካዕ ማኣዝ እዩ እዙ ስቓይ ደም ደቃ ሰትያ ዘይትረዊ መሬት ንትግራይ ዝኽፈል መስዋእቲ ማኣዝ እዩ ዘብቕዕ ክቡር ሓወይ ፅንዓት ይሃብካ ኻኣሎ እንተይሉካስ ለካ ዘይካኣል የለን ጎይታ ምሳኻ ይኹን

  • @KidanNegash-bx7xz
    @KidanNegash-bx7xz 2 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ዘሕዝን መሪር እዩ ክትሰምዖ ዘይካኣል 😢😭

  • @marrymarry825
    @marrymarry825 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣታ ናይዛ ውድብ እዚኣ ጸገም እትገብሮ ዝነበረት ኣብልዕሊ ተጋደልትና ተዛሪብካ ኣይውዳእን እሞሎሚ እውን እንትድገም የሐዝን

  • @tseget6579
    @tseget6579 2 หลายเดือนก่อน +5

    ዝገርም ታሪኽ

  • @siblesible4838
    @siblesible4838 2 หลายเดือนก่อน

    Way tadilkum tnatkum anenksemau tnikuni way ahwatey egzabiher tnat yahbkum tebaa abo❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zenebeberehe7257
    @zenebeberehe7257 หลายเดือนก่อน

    የቅንየልና፡ሽሻይ፡ወረስ።ብዘዓባ፡ሓጎስ፡ተፈረ፡ታረኽ፡ዘቅረብካልና፡
    ኣጠቃይ፡ፕሎት፡ምድያ፡ጅግንነት፡ጃጋኑ።ተጋደልቲትግራይ፡እትዝግቦ፡ታረኻዊ፡ዛንታታት፡ንትዉልዲ፡ታረኽ፡ዘምህረ፡እዩ።ሰለዝኾነ፡በረትዕ፡ቀፅለሉ፡ሽሻይ፡ወረስ/ፕሎት፡ሚድያ።❤❤❤

  • @berhane3670
    @berhane3670 2 หลายเดือนก่อน

    ጂግና ሰራዊትና እቃዕ ቆልዓ ሰበይቲ ኣይቀተለ ሓቂ ውዕላ ሓዲራ ወጽያ ኩራዕ ደላይ ሰላም ሰራዊትና ንህቢ ::

  • @Tewodros-tm7bs
    @Tewodros-tm7bs หลายเดือนก่อน

    Egziabher Tsinat yihabka abo jeganu,jigna...

  • @kokobtube6385
    @kokobtube6385 2 หลายเดือนก่อน +5

    አድራሻ አቀምጡልና ዋላ ስልኹ ዓቅምና ክንሕግዞ

    • @Plotmedia.
      @Plotmedia.  2 หลายเดือนก่อน +2

      ባንኪ ንግዲ ኢ/ያ፦ 1000393139815
      ቁ/ስ፦ 0978151419

  • @Araeyaraya-e2u
    @Araeyaraya-e2u 2 หลายเดือนก่อน

    ብዙሕ ባዓል ታሪኽ ሰሚዔ ከም ናትካ አይረኤኹን አያይ ክንደየናይ ዘለካ ፅንዓት ካባኻ ተማሂሬ አለኹሞ አጆኻ እስኪ ታይሞ ንብል💔

  • @MeredKinfergb
    @MeredKinfergb 2 หลายเดือนก่อน +1

    High pain, & very sad.
    This history should close and never repeated again.
    50 years of death, pain, sacrificing 😊etc.

  • @HermelaHermela-k3k
    @HermelaHermela-k3k 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጀግና ❤❤❤ተጋደላይ 🎉🎉ጀጋኑ ኦቦ ❤❤❤ትግሪይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @meleywoldemichael5626
    @meleywoldemichael5626 2 หลายเดือนก่อน

    Way ane Hawey tayimo kebahal 🙏🙏💕

  • @lilvyfissha3572
    @lilvyfissha3572 2 หลายเดือนก่อน

    Thanks!

  • @KT-tm8yu
    @KT-tm8yu 2 หลายเดือนก่อน

    ብግዜ ደርጊ ብአግረይ ኢዚ ኹሉ ዝብሎ ዘሎ ወልቓይትን ጸልምትን ሰጊረዮ ንሱዳን ኣትየ ኣብቲ ቦታ ግን ትግራዋይ ኣይነበረን።ኢዚኦም ሰፈርቲ ሕወሓት አዮም ኣብ መሬት ኣምሓራ ዝሃብተሙ። ፕሪቶርያዶ ብኣመሪካ ተመሊስና ዝበሃል የለን።ኣብ ትግራይ ዓሪፍኩም ተቐመጡ።

  • @alggt4127
    @alggt4127 2 หลายเดือนก่อน +1

    ያሕዝን ህዝቢ ትግራይ ዝረኸዎ ጉድ ታይ መዓቱ ህወሓት ጉድ ዘለዋ ውድብ