ไม่สามารถเล่นวิดีโอนี้
ขออภัยในความไม่สะดวก

"ካብ ማእሰርቲ ኣምሊጡ ስረ ወላዲኡ ዝዓጠቐ ኮማንደር!"

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ก.ค. 2024
  • ወናኒ ገዚፍ ተኽለ ሰብነትን በዓል ሰፊሕ ወታደራዊ ተሞክሮን እዩ። ኣባል ኣግኣዚ ኮማንደር ነይሩ። ወራር ምስ ኣጋጠመ ተጋሩ ብምዃኖም ጥራሕ ተኣርዮም ካብ ዝተኣሰሩ ኮማንደታት ሓደ እዩ። ድሕሪ ናይ ሽድሽተ ወርሒ ማእሰርቲ ግን ካብቲ ቤተማእሰርቲ ኣምሊጡ ናብ ሰራዊት ትግራይ ተፀምቢሩ። ኣሰልጣንን ተዋጋእን ኮይኑ ድማ ንዓዱን ህዝቡን ተወፍዩ። እዚ ሰራሒ ታሪኽ ጅግና ተጋዳላይ ኮማንደር ጉዕሽ ኣሰፋ ይብሃል። ወላዲኡ 'ውን ብዝሓለፈ ሰሙን ጋሻና ኮይኑ ዝነበረ ዋና ሳጅን ኣሰፋ ኪዳኑ እዩ። መሳጢ ዕላል ኣብ ፕሎት ሚድያ ገይሩ ኣሎ ንከታተሎ።

ความคิดเห็น • 135

  • @muluokabuy5006
    @muluokabuy5006 หลายเดือนก่อน +4

    ጅግና ሓወይ ንሕና ባኣኻትኩም ሑቡናት ኢና ሳላኹም ውን ደረትና ነፍሕና ኣነ ጀጋኑ ምኾንኩም ሲለ ዝፈልጥን ካብ ኡሱር ወጽኹም ታሪኽ ከምትሰርሑን ሲለ ዚፈልጥ ምኢሳርኩም ካፍቶም ኣዚዮም ዚሓመሙ ተጋሩ ሓንቲ ኢየ ነይረ ከምሕሱም ውን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዓገግ ኢለሉ ኢየ የሕጉሰኑ ኻኣ ኢሞ ኣጆኻ ሓዊተይ ጀግና🙏❤👏

  • @akubayHaile
    @akubayHaile หลายเดือนก่อน +7

    ጉዕሽ ዓርከይ ኣንታ ጅግና ወዲ ጅግና ኣገንዕ ኣኩሪዒካኒ እዚ ጀግና እዚ ደኪሙኒ ሰልቹኒ ከይበል እንዳተዋገእን እንደዋገእን ዝመፀ ጀግና እየ

  • @marrysgt
    @marrysgt หลายเดือนก่อน +6

    ጅግና ወዲ ጅግና ናኣቦ ንመን ንሃቦ❤❤respect TDF❤❤❤❤❤

  • @tesfaymawchaseboho8602
    @tesfaymawchaseboho8602 หลายเดือนก่อน +7

    ልዕሊ ቃላት ልኾነ ጅግንነት። ኣገንዕ

  • @YonasgebretensayKasahun-dh5qn
    @YonasgebretensayKasahun-dh5qn หลายเดือนก่อน +9

    ናይ ባሓቂ ጀግና ኢካ እንኾዓ ብሂወት ተረፍካ አጋላልፃካ ደስ ባሃሊ እዩ አጀኾ ❤❤❤❤❤❤

  • @TesfalemShishay-bf1ff
    @TesfalemShishay-bf1ff 20 วันที่ผ่านมา

    ዋው ጉዕሽ ጂግና እንኳዕ ፈጣሪ ኣተረፍካ ካብ ኩሉ ንላዕሊ እቲ ንጂግና ተ/ይ ኢትባርክ ዘልዓልካዬ ሰናይ ተግባር ክብርን ሞጎስን ይግባኣካ❤❤

  • @ebkebk-gs4qz
    @ebkebk-gs4qz หลายเดือนก่อน +4

    ሳላኩም ጀጋኑና አተንፊሸና የቀንየልና

  • @STAMA123
    @STAMA123 หลายเดือนก่อน +8

    አቤት ጅግንነት አቤት ቖራፅነት እዚ ኢዩ ትግራውነት !! እንኳዕ ተረፍካልና ጅግና ሓውና❤❤❤

  • @user-wb8ry3cj6g
    @user-wb8ry3cj6g หลายเดือนก่อน +7

    ጀግና ወዲ ጀግና ኾርዕናልኹም❤❤

  • @CalmDolphin-gl3tx
    @CalmDolphin-gl3tx 28 วันที่ผ่านมา

    ጉዑሽ ጅግና ወዲ ህዝቢ❤ ኢካ ክብሪ ይግበአካ ብዛዕባ ስድራ ስዉእ ጅግና ተ/ጋ ይተባረክ ብምልዓልካ ካኣ ኣመና ኮሪዐልካ 50❤💛።

  • @kingdomofaxum6891
    @kingdomofaxum6891 หลายเดือนก่อน +1

    ከምዚ ለማይዶ ንምስማዕ ዝኸበደኩም ትግይ ዓደይ ከምዚኦም ህያው ታርኽ ዝወነኑ ጀጋኑ እንከለውኽስ ከሉሳዕ ትነብዕ ትግራይ እማን ሃገር ክብረ ንዓኹም TDF❤❤❤❤❤❤❤

  • @berhegebrezgiabher6156
    @berhegebrezgiabher6156 หลายเดือนก่อน +3

    እቲ ክቁረፅ ዝግበኦ ምቁራፅ ፍለጡ አህዋት ። ፀላኢ አብ ተጋሩ ንዘብፀሖ ግፍዒ ትክክል ከምዝነበረ ትምስክሩ

  • @wagayegebremdhin6706
    @wagayegebremdhin6706 หลายเดือนก่อน +2

    ኩልሻዕ ንበር አንታ ጅግና

  • @user-nq1gm6rf3u
    @user-nq1gm6rf3u 3 วันที่ผ่านมา

    ጀጋኑና ብሳላኩም ንነብር እለና❤❤❤❤❤

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns6757 หลายเดือนก่อน +5

    ብጣዕሚ ዘግርም ፣ ዝርዝር ታሪኹ ብደሚቕ ዘረባ ዝተንተነ ጅግና ተጋደላይ።

    • @user-mh6df1ic3x
      @user-mh6df1ic3x หลายเดือนก่อน +1

      😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢🎉😢😢😢😢

  • @elenikahsay8212
    @elenikahsay8212 หลายเดือนก่อน +1

    ዋው ገለዓይነት አቆራርፃ ጨጉሪይ ወረሰ ሐወይ ኩሉ የፅብቀልካ

  • @rozar227
    @rozar227 หลายเดือนก่อน +4

    ጅግና ሓውና ምእታና ክትብሉ ቡዙሕ ኣሕልፍኩም 😢😢😢😢

  • @GeatishGeatish
    @GeatishGeatish หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ሰላም ጂጂጋ ገርባሳ ዝነበሪኩም ነባሪ መከላከልያ ሰራዊት ደቂ ትግራይ መታአሲርተይ ክብርን መጉሰን ነዞም ታአሰርና ከለና አካሎም ዝጉደሉ መሰዋእትነት ዝከፈሉ ብምሕሪ በትሪ ተደብዲቦም ክብር ንtdf ሳል tdf ተፈቲሕና ጋርባሳ ዝነበሪኩም ፃሓፉለይ

  • @user-gq2gl2xf6v
    @user-gq2gl2xf6v 29 วันที่ผ่านมา

    ብምንታይ ቃላት ይግለፅ እዚ ኩሉ ጀግንነት ✊

  • @elsayork5228
    @elsayork5228 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤ምዓርይ አንክዓ ብስላም ውጽካ ❤❤❤🙏🙏❤🙏❤

  • @lilitylility4864
    @lilitylility4864 หลายเดือนก่อน +5

    ናይትግራይና ጀጋኑ ❤💛❤💛💪💪💪💪👌

  • @dejenteka8714
    @dejenteka8714 หลายเดือนก่อน +2

    Thanks for your service all tdf

  • @Myaa-x3m
    @Myaa-x3m 11 วันที่ผ่านมา

    ጅግናና ❤ ሃለወልና😘

  • @user-fh1nb6ym7e
    @user-fh1nb6ym7e หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 หลายเดือนก่อน

    ናይ ትግራዋይ ቖራፅነትን ጅግንነትን ተዘሪቡ ዘይውዳእ እዩ ኹርዓት እዩ ዝስማዓና ጀግና ሓወይ እኳዕ ተረፍካ ❤❤❤❤

  • @user-sm6bx5hn5i
    @user-sm6bx5hn5i หลายเดือนก่อน +6

    የኔ ጅግና ልኣና ክትብሉ ብዙሕ ሓሊፍኩም 😢❤❤

  • @birnihigotube9453
    @birnihigotube9453 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ፍሉይ ጅግናና

  • @KidaneGebreslasae
    @KidaneGebreslasae หลายเดือนก่อน +1

    ብፃየይ ጉዑሽ ጅግና ኢካ ብሓቂ

  • @user-mw9jx8fz8f
    @user-mw9jx8fz8f หลายเดือนก่อน +3

    ጅግና❤❤❤❤❤❤❤

  • @HomeQatar-kb2hq
    @HomeQatar-kb2hq หลายเดือนก่อน +3

    Jegna wedi jegna ❤❤❤❤

  • @user-xr5bj8sf8k
    @user-xr5bj8sf8k หลายเดือนก่อน +3

    ጅግናና ❤❤❤❤❤❤

  • @fretadesta7328
    @fretadesta7328 หลายเดือนก่อน +2

    Bethamivjigenana ika zehawey egziabher edmen tenane yehabka yeqenylna🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria หลายเดือนก่อน

    ጅግና ዝበሃል ከምዙይ ዝበለ ጅግና እዩ

  • @kirosa1286
    @kirosa1286 หลายเดือนก่อน +2

    THANK YOU SO MUCH ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tirhaswelu
    @tirhaswelu หลายเดือนก่อน

    Wow great job Thank you 🙏 ❤

  • @user-ul2wb3pj1q
    @user-ul2wb3pj1q หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 หลายเดือนก่อน +2

    Jegna❤❤❤❤

  • @wagnewaderaje5654
    @wagnewaderaje5654 หลายเดือนก่อน +3

    I see your hair looks good now than before

  • @mashimashi1214
    @mashimashi1214 หลายเดือนก่อน +3

    Jgna tegadelay edmen tienan yehabka nab mulue tiena yfteralka 🙏

  • @RedaeTsegay-s6b
    @RedaeTsegay-s6b หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 หลายเดือนก่อน

    ህዝባዊ ሰራዊት ትግራይ ዋሕስን ህላወን ህዝቢ ትግራይ

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 หลายเดือนก่อน

    ተጋሩ ንጅግንነት ዝተፈጠሩ

  • @elenikahsay8212
    @elenikahsay8212 หลายเดือนก่อน +1

    ጀግና ወድቲይ ጀግና አያና ጀጋኑው ዓለሌት❤❤❤

  • @tsegayebirhane5157
    @tsegayebirhane5157 หลายเดือนก่อน

    ሺሻይ እት ትሓቶ ጥያቐታት እናስተውዕልካ ጎናዊ እናተመልከትካ

  • @rahwagere4062
    @rahwagere4062 หลายเดือนก่อน +1

    ልዕሊ ቃላት ዝኾነ ጅግንነት። ሰበይቲ ዶ ኣለትኻ ማዓረይ?

  • @ST-tq9el
    @ST-tq9el หลายเดือนก่อน +1

    Wow geganu family✊️✊️✊️✊️💪💪💪💪🫶🫶🫶. Anbesa yeweled anbesa

  • @GeatishGeatish
    @GeatishGeatish หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ንኩሉኩም ታአሰሪኹም ዝነበሪኩም ነባር መከላከያ ሰራዊት አብ ዝተፈላለየ ናይ መላእ ኢትዮጵያ መከላከያ ካምቢ ዝነበሪኩም👉💊💊💊💊💊💊💊

  • @Wedi.22haile.weyanay
    @Wedi.22haile.weyanay หลายเดือนก่อน

    ጅግናናና❤❤❤

  • @girmayteklu1666
    @girmayteklu1666 หลายเดือนก่อน +2

    Qetslulu❤

  • @fsahafsaha2151
    @fsahafsaha2151 หลายเดือนก่อน +3

    ኣብ ትግራይ ኲናት እንተዘይፍጠር ነይሩ እንታይ መሰራሕኹም ?? ዪትበራት

  • @tigraihagerey8246
    @tigraihagerey8246 หลายเดือนก่อน

    ዝገርም ጅግንነት✊❤

  • @Citcitx8
    @Citcitx8 หลายเดือนก่อน +1

    ማርያምን ትግራዋይ ምካነይ ሕጉስ እዩ

  • @genetkebede3379
    @genetkebede3379 หลายเดือนก่อน +1

    GEGNA hezeb. Wedachuwalhu. 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @mezagebrefe4604
    @mezagebrefe4604 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤💪

  • @user-rs5wt6cu8k
    @user-rs5wt6cu8k หลายเดือนก่อน +1

    TDF jeganu kemakum 1000 yeweled❤❤❤❤

  • @AaAa-nu6gq
    @AaAa-nu6gq หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @LeteshuAregawi
    @LeteshuAregawi หลายเดือนก่อน +2

    my king TDF🙏🙏🙏👌

  • @Alemseged99
    @Alemseged99 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-wb8ry3cj6g
    @user-wb8ry3cj6g หลายเดือนก่อน +3

    ሰብስክራይብ ዘይገበርኩም ኣይትሕለፉ ተጋሩ

  • @TamiratDesta-zb5zo
    @TamiratDesta-zb5zo หลายเดือนก่อน

    Jegna hawey natna gobzelna jigna wedi jigna ayzoh ab gonka alena❤❤❤respect tdf❤❤❤❤❤

  • @HayetTesfay
    @HayetTesfay หลายเดือนก่อน +2

    Wedi weres best ጋዜጠኛ

  • @DSS-ti1so
    @DSS-ti1so หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tityyibas5469
    @tityyibas5469 หลายเดือนก่อน +1

    Jgna wedi jgna kem ahwatu ❤❤❤

  • @GeatishGeatish
    @GeatishGeatish หลายเดือนก่อน +2

    ኣነ ገርባሳ ታአሰረ ነይረ ሰለሰተ ግዜ ከመልጥ ሞክረ አይተሳከዐለይን አብ ትግራይ ምሰ tdf ተፀምብረ ዘይምሰታፈይ ብንዴት ሕማም ጨጓራ ቁሰለት አጋጢሙኑ ብጓሂ

    • @CalmDolphin-gl3tx
      @CalmDolphin-gl3tx 28 วันที่ผ่านมา

      👏👏👏👏👏 ጅግና

  • @selamberhe7077
    @selamberhe7077 หลายเดือนก่อน +1

    Welcome❤ you look awesome

  • @user-zo4gp1jb4g
    @user-zo4gp1jb4g หลายเดือนก่อน +2

    Jegna❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @leakebeyene7129
    @leakebeyene7129 หลายเดือนก่อน

    I so proud of you our hero us a tegaru we expect you & we love you so much ❤

  • @ZnabGerie
    @ZnabGerie หลายเดือนก่อน +3

    tebae tigraway

  • @lulaa1242
    @lulaa1242 หลายเดือนก่อน +2

    ፕሎት ፀጉርኻ ፅቡቅ ገይርካዩ

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @fisehaTDF
    @fisehaTDF หลายเดือนก่อน +5

    ጅግና ተጋዳላይ

  • @genetkebede3379
    @genetkebede3379 หลายเดือนก่อน +1

    🌹❤️🌹❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @user-mc4jw7xx3r
    @user-mc4jw7xx3r หลายเดือนก่อน +2

    💖💖💖💖💖💪💪💪

  • @IdApps-fn2cf
    @IdApps-fn2cf 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    💖💖🌺🌺

  • @HeyabYoa
    @HeyabYoa หลายเดือนก่อน +1

    wow

  • @AdonayTeklay-o3h
    @AdonayTeklay-o3h 9 วันที่ผ่านมา

    ሸሻይ ወረስ ናጉዕሽ ፕሮግራም ሐሊፈኒ ነይሩ ካብ ብላቴ ከምዝወፅ መረዳእታ ነየሩኒ ዩ ድሐሪኡ ሃለዋቱ መረዳእታ አይነበረኒን ሕጂ ደሰ ኢሉኒ አሎ ዝገርሙ አቦን ወድን ጀጋኑ አዮም ብዛዓባ ኢተባአክ እውን መሰዋእቱ አርዲኡኒ አተባረ እና ፍሰሃ ግደይ ቀደሞም መረርቲ እዮም ብጅግንነት ሐሊፎም ሰርሖም ግን ነባሪ ዩ አጋጣሚ ኮይኒ በዓል የማነ ሸደን ደሰታ ሐጎሰ ፈሰሃ ግደይ ኢተባረክ ዕደመ ልክዐም ናይ ኮማንዶ አባል መሪሕነት አሰልጠንትን ኮይኖም ሐቢሮም ዝዓበዩ እዮም ኩሎም ድማ በአካል ሲእናዮም ተግባሮም ግን ህያዊ ዩ

  • @user-qw6fp3ee4c
    @user-qw6fp3ee4c หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @fretadesta7328
    @fretadesta7328 หลายเดือนก่อน +3

    Plot meadiya medibkum bethami tsebuqe u koynu gen agaysh kitedmu enklkum pleases soft fit mebli yekun seb kirhets zedrzelu soft kerbu yeqenyelna❤

  • @user-om3ss6yb8i
    @user-om3ss6yb8i หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤TDF💛💛💛💛

  • @user-gt9ud8wi6w
    @user-gt9ud8wi6w หลายเดือนก่อน +1

    ትግራይና ጀግና TDF 👑💊

  • @user-pl4fx3zn9g
    @user-pl4fx3zn9g หลายเดือนก่อน +2

    ወዲ ወረስ ሶፍት ኩሉ ግዜ ኣዳሉ😬😬😬

  • @Alemwerqi_melles19
    @Alemwerqi_melles19 หลายเดือนก่อน +2

    You look handsome as usual sis ❤

  • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray
    @Yohannes_wedi_Humera_Tigray หลายเดือนก่อน +1

    ሰብኣይ ጀግና ብሓቂ ኣድንቀዮ king of king 💛❤️👑

  • @abebagebru5823
    @abebagebru5823 15 วันที่ผ่านมา

    Jegena TDF God bless our hero 🙏 ❤❤❤❤

  • @KebraMulaw
    @KebraMulaw หลายเดือนก่อน +1

    jgna tdf❤❤❤❤

  • @user-sq9mi5ck8j
    @user-sq9mi5ck8j หลายเดือนก่อน

    ጀግና ወዲ ጀግና #@#@ጋዜጠኛ ግን ልምታይ ሶፍት ለይትቅርብ

  • @user-rs5wt6cu8k
    @user-rs5wt6cu8k หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-mm4dg7uu6g
    @user-mm4dg7uu6g หลายเดือนก่อน +2

    🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-qw9xs9ly8c
    @user-qw9xs9ly8c หลายเดือนก่อน +3

    ጂግና❤❤❤❤

  • @user-uy1tl1cq7m
    @user-uy1tl1cq7m 10 วันที่ผ่านมา

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @user-io3sz7ld9f
    @user-io3sz7ld9f หลายเดือนก่อน +2

    TDF King❤

  • @terhasberhane71
    @terhasberhane71 หลายเดือนก่อน

    ጂግና ወዲ ጂግና

  • @user-wb8ry3cj6g
    @user-wb8ry3cj6g หลายเดือนก่อน +2

    ሕርርርርር ዛብለን ከምትግራዊይ ን30 ማናእሰይ ዝረሸነ ማርክናዮ ትብሉ ትለኹም እንታይ ክውስኽ እዩ ማርክኩም ትሰድዎ ዘለኹም ግን ብንኪ ማርክካኻ ምስዳድ እዩ ህዝብ ትግራይ ብሙርከኛ ዝሳቀይ ዘሎ ብል ብርሃኑ ጁላ ፣ባጫ ፣ኣወል ኣርባ 😭 ሐዝውን ደግምክሞ እቶም ባዕልካ ትፈልጦም ብፆት ዝረሸነ ሰድክሞ😭

  • @gelilag772
    @gelilag772 หลายเดือนก่อน

    ንክትዛቦ ቀሊል ይመስል 😢💪🏽

  • @biriktiatsebha4561
    @biriktiatsebha4561 26 วันที่ผ่านมา

    Respect TDF ❤❤❤💪

  • @MahariBerhu
    @MahariBerhu หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @gebregziabhergebremariam453
    @gebregziabhergebremariam453 หลายเดือนก่อน

    ሰብ አይትጎለፁ

  • @MeredKinfergb
    @MeredKinfergb หลายเดือนก่อน +3

    Mr plot media, you are doing war, meswa eti, etc as a business. Please stop this business and forward to hope, new perspective to youngsters and the whole society as a whole.
    Please set new agenda

  • @GeatishGeatish
    @GeatishGeatish หลายเดือนก่อน +1

    ኣታ እዚ ጋዘጠኛ ሱቅ እሉ ዘየዳምፅ

  • @user-ms5eb4yq1z
    @user-ms5eb4yq1z หลายเดือนก่อน

    ያው የው ያው ታይ ዝበለ ትግርይና ኢዩ።