DW International ዝኽሪ "ብሄራዊ ሓርበኛ ጥበብ : ዶ/ር ኪሮስ ኣለማየሁ"

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ต.ค. 2024
  • Subscribe ይግበሩ!
    ©Copyright: Dimtsi Weyane Television | ድምፂ ወያነ ቴሌቪዥን
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    -----------------------------
    Website www.dmtsiweyane.co
    Facebook / dimtsiweyane
    Twitter / dimtsiweyane
    Telegram t.me/dwetinter...
    Instagram / dimtsiweyane

ความคิดเห็น • 173

  • @medhin8187
    @medhin8187 2 หลายเดือนก่อน +9

    ተመሲጠ የ ብጣዕሚ ሰሚዐዮ ደስስ ይብል ብሓቂ ነፍሱ ይምሓር ። ተስፋ ድማ ጌረ ክለምደና ዩ ግዲ ጀጋኑና ምኽባር ታሪኽና ምዕቃብ ኢለ ደስስ ዝብል ዩ ። የቐንየልና #DW❤ ቀፅሉዎ ።

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 2 หลายเดือนก่อน +26

    ትግራዋይነት ይቕድም ኪሮስን ኢያሱን ❤❤❤ናይ ትግራይ ወርቃዊ ሃፍት ታት እዮም

    • @dmx3674
      @dmx3674 2 หลายเดือนก่อน

      ኪሮስ ብሄርተኛ አልነበረም ። በኢትዮጵያዊነቱ ቢታወስ መልካም ነው። ደህና ሰው ካጣችሁ ደሃን ሰው ለመሆን ሞክሩ እንጂ በዚህ ጉድፍ አስተሳሰባችሁ የለፉትንም መልካም ሰዎች ስማችውን አታጉድፉ ።

    • @zaebakulu8553
      @zaebakulu8553 2 หลายเดือนก่อน

      @@dmx3674 ጥንብ ባለጌ

  • @liyatTigraweyti
    @liyatTigraweyti 2 หลายเดือนก่อน +4

    ፅቡቕ መደብ ቀፅልሉ ጀጋኑ❤💊🙏

  • @MerHawi-e8b
    @MerHawi-e8b 2 หลายเดือนก่อน +10

    ትዓወቱ. ንብር ነይርኩምስ ተኹረዑና ኢኹም❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ሸካርና

  • @abadittadesse5892
    @abadittadesse5892 2 หลายเดือนก่อน +3

    ብሽም ክቡር ዶክተር ኪሮስ ኣለማዮ መንገዲ ይኹን ትምህርቲ ቤት ንኽስየመሉ ኩልና ንረባረብ።DW TV የቐንየልና።❤❤

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 2 หลายเดือนก่อน +7

    The face of Tigray- looking great with your Tigray cultural clothing. Tigray First!

  • @አስራተድንግል
    @አስራተድንግል 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ደስ ሰበሃሊ ስራሕ የቐንየልና ቀፅሊሉ❤
    ንኩቡር ኣያና ኪሮስ አለማዮ እግዚአብሔር አብ ገነት የንብሮ🙏😢

  • @YemaneHalefom-ru2xi
    @YemaneHalefom-ru2xi 2 หลายเดือนก่อน +4

    ብሓቂ ንድምፅወያነ ብጣዕሚ የመስግን ኪሮስ ምስ ሰድርኡ ናቀረባ ፍልጦ አለና ይኩን ደአንበር ካብቶም ኩሉጊዜ ብፍቅሪ እነዳምፃም ደርፍታቱ ወፃኢ በዚ ሓዚ ሙሁራት ን ተጋደልትውን ብዘድምም መንዲ ዝገልፅዎ ዘለው አይፈልጦን ማለትየዩ ።

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @tgadosamri3947
    @tgadosamri3947 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @eritreanentertmenthabesha7387
    @eritreanentertmenthabesha7387 2 หลายเดือนก่อน +16

    I am Eritrean I love you legend kiros

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብሴክራይብ በልለይ ማዓረይ

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 2 หลายเดือนก่อน +8

    DW ንፉዓት❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ደምረን ሸካርና

  • @EFAmulualem
    @EFAmulualem 2 หลายเดือนก่อน +4

    😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍5 ደቂቃ ክርእይ እለ ጀምረ ከም 5 ደቂቃ ኮይና ወድአያ።ኣዝዩ መሳጢ ፕሮግሮግራም ነይሩ የቅንየልና ንDW🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ቀፅሉሉ።ቀፅልኩም ድማ ተክለ ተስፋእዝጊ ከምተቅሩቡልና ተስፋ ይገብር።🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 2 หลายเดือนก่อน +13

    ክቡር ጀነራል ዝተዛረብዎ ኣብመሬት ጠብ ዘይብል ዘረባ እዩ ትግራዋይ ካብ ኪሮስ ኣለማዮው ፍቕሪ ትግራይ ክትመሃር ኣለካ
    ሓድነት /ብሄራዊ ሚስጥር /ጉዳይ ሰራዊትን ጀኑራላትን /እዚ ብዓሌት ምውዳብ ረሳሕ ኣተሓሳስባ /ትግራዋይ ክዕገሶም ዘይብሉ ጉዳይ እዩ /
    ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ
    ሓድነት ሓድነት ሓድነት ሓድነት ሓድነት
    ብሄራዊ ረብሓ ነቕድምምምምምምም
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @ብርሃንጋልትግራይፍቅሪ
      @ብርሃንጋልትግራይፍቅሪ 2 หลายเดือนก่อน +1

      ዜማ ሸገ💋💋💋❤💐💐💆💐💐💐💐💐💐💐💐💊💐💐💊💐💊💐💊💐💊💐💊💐💊💐💊💐💊💐💊💐

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน +1

      ​@user-zg2bb3rd7gደምረን ወለላይ❤

  • @sabalegese762
    @sabalegese762 2 หลายเดือนก่อน +5

    የቅነልና ትግራወነትና ነቅድም ሰነ ጠብብ ትግራይ ኪሮሰ ኢያሱ ንዘልኣለም ክኽበሩ ኢዮም ❤❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ወለላይ

  • @mtesfay739
    @mtesfay739 2 หลายเดือนก่อน +6

    ኣነ ኤርትራዊየ ኪሮስን ኣብርሃም ኣፈወርቂን እቶም ሰሚዐ ዘይጸግቦም ስነ ጥበባውያን ኣርቲስት እዮም። እግዚኣብሄር ኣብ ሕቁፉ የንብሮም። ንዘሎና ድማ ከም ናቶም ራኢ ክንውንን ፡ ተፈታውነት ኣብ ክልቲኡ ህዝብታት ጽቡቅ ክንሓስብን ፡ ናይ ፍቕሪ ዜማታቶም ሰሚዕና ክንስዕቦምን ኣምላክ ይደግፈና ።

    • @MeryamGEREZIHER
      @MeryamGEREZIHER 2 หลายเดือนก่อน +1

      አሜን ለባም ሓወይ 🙏❤

    • @hiwilove7088
      @hiwilove7088 2 หลายเดือนก่อน +1

      ዋለ አነ ክልተኦም ኽፈትወ ማዓት እየ😢😢❤❤❤

  • @ስለሁሉምነገርድንግልወላዲ
    @ስለሁሉምነገርድንግልወላዲ 2 หลายเดือนก่อน +1

    😍😍😍😍😍😍😍😍😍
    ክብርቲ በዓልቲ ገዝኡ ሓቃ እያ
    ዝምልከቶ ኣካል ነቲ ዝበሎቶ ኣብ ተግባር የውዕሎና ኣብ ከተማ መቀለ ብሹሙ ዝፅዋዕ ይሃሉ ።

  • @ኣደዋ
    @ኣደዋ 2 หลายเดือนก่อน +3

    DW እዛ ናይ ሓወልቲ ጉዳ ብ ዕቱብ ትከታተልዋ ኣለኩም 🙏

  • @fitawkassa2423
    @fitawkassa2423 2 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you DW❤

  • @alemweldemichael5034
    @alemweldemichael5034 2 หลายเดือนก่อน +6

    ኮሪዕና ብኹሉኹም ገለፅቲ ኪሮስ አለማዩ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @ሰላምሃማርያም
    @ሰላምሃማርያም 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኪሮስ ክቡር ኣያና! ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ😊

  • @hilawehilawe6757
    @hilawehilawe6757 2 หลายเดือนก่อน +3

    የንብርኩም DW

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤

  • @Kalnugus
    @Kalnugus 2 หลายเดือนก่อน +1

    Keber naka kubur Dr kirose😢❤

  • @michealehaile989
    @michealehaile989 2 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ ገበል ሞይቱእቲ ተመን ኣሎእኮ ኢሉ ❤❤ተዛሪቡ ንመን ይኸዉን, 💯💯💯💯

  • @GanatdastadastaGanatdastadasta
    @GanatdastadastaGanatdastadasta 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ኣነእየ-ቐ5ኰ
    @ኣነእየ-ቐ5ኰ 2 หลายเดือนก่อน

    Amazing program

  • @mihreteabsyum1780
    @mihreteabsyum1780 2 หลายเดือนก่อน +1

    ለከ ሰበይቲ ያ ንሰብኣይ ተእርጎ ይገርም😢
    ሰበይቲ ኪሮስ ምስ ራኣኽዋስ ጓሉ ድያ ሰበይቱ ሕውስውስ ይብለካ

  • @petrossolomon8760
    @petrossolomon8760 2 หลายเดือนก่อน +4

    Weyane not support Art but thank you DW

  • @LilayLilay-k2s
    @LilayLilay-k2s 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤ ዋውውውው

  • @MeryKa-k1c
    @MeryKa-k1c 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤ፅብቅ ሰራሕ

  • @TheCritic101
    @TheCritic101 2 หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑ!!! ኩራዕ ትግራዋይ!❤❤❤ We love Kiros!❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብሰክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤

  • @tihfgtioff7611
    @tihfgtioff7611 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @TsegayArkebe
    @TsegayArkebe 2 หลายเดือนก่อน +1

    Lebam seb

  • @michealehaile989
    @michealehaile989 2 หลายเดือนก่อน

    ናይ ኪሮስ ደርፍ ኩሉ መልእኽቲ ኣለዎ ❤❤❤❤

  • @loyalbelieve6954
    @loyalbelieve6954 2 หลายเดือนก่อน +1

    Hagere Tigray❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ወለላይ

  • @eritreanentertmenthabesha7387
    @eritreanentertmenthabesha7387 2 หลายเดือนก่อน +3

    ድምጺ ወያነ ጽቡቅ መደብ ግን በጃኩም እቲ ኣብ ፈቆዶ ዩቱብ ፋሕ ኢሉ ዘሎ ደርፍታት ኪሮስ ኣብ ሓደ ዩቱብ ጽዓንዎ።ምክንያቱ ክጠፍእ እውን ይክእል እዩ።ምስ ምንዋሕ ግዜ እውን ዝተባላሸወ ድምጺ ኣሎ እስዉን ብሰብ ሞዮ ክስተካከል ኣለዎ።

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስከራይብ በልለይ ማዓረይ🎉

    • @MeryamGEREZIHER
      @MeryamGEREZIHER 2 หลายเดือนก่อน

      ብትክክል ንጉሰ አባዲ ዝደረፋ ተጋዳላይ መሪር ሓምቱ ተመን ተሪፉ ገበልስ ሞይቱ ትብል ናይ ኪሮስ ምኳኑ ሕጂ ፈሊጠ አነ ንባዕለይ

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 2 หลายเดือนก่อน +3

    ስላም ድምፂ ወያነና ካብትፍጠር ስጋብ ህዚ ትፍቀር ንንካባከባ ዜና ከይሀክፈና ዝተረፈ ይትረፍ ጉያ ተአኪብና ንስምአ ውሽጥና ከምንፈልጦ ተጋሩ ማለት ተጋሩ ኢና ደቂ ሀንቲ ማህፀን ድምፂ ወያነ ብርሀን ሓገረ ትግራይ እሞ ጅማሮኩም ብጣሚ ዘህብን ቀፅሉሉ ብኩቡር አያና ዲ/ር. ኪሮስ አለማዬህ ንትግራይና ባህርያት ሀድነት ፍቅሪ ምትህልላይ ከም ተጋሩ ኮይና ብኩሉ ብባህልና ብመንነትና ብታሪክና ኩሩአት ኮይና እድሜና ንትግራይና ዘይድቅሱልና ፀላእቲ ስለዘለውና ፀግኦም አቲሂዝና ወይዘሪት ሓገረ ትግራይ ተፈራሂት ምእብልቲ ሀገር ዶካትር ጠበቃ ሳይንቲስት መካኒክ መ/ም ኮታስ ትግራዋይ ሀንጎል አለዎ ተስፋ ዘይቆርፅ ንቴክኖሎጂ ክፉት እዩ ብኺናት ተወሊዶም ብኹናት ዝአበዩ ንምንታይ ስላም ዘይብልና አንቀፍቀፍ ህዚ እዋኑ ይመስለኒ ፀላእትና ከይአጥፋእናዬም ስላም የለን ደቂሶም ውን አይሀድሩን ንድህሪት 100 አመት ክንመልሶም ኢና ዝብልን አምሀራይ ክጠፍእ አለዎ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ

  • @TESFAYGEBREGIORGIS
    @TESFAYGEBREGIORGIS 2 หลายเดือนก่อน +3

    ናይ ኪሮስ ሙዚቃ ክሰምዕ ከለኩ በቃ ካብደይ ሑቁንቁን ይብል ንብዓት ቁፅርፅር ይብለኒ ትግራይ ትግራይ ዓደይ ኩሉ ደርፉ ዋላ እቲ ብፍቅሪ ጓል ዝመስል ሰለ ትግራይ እዩ ሊቅ እዩ ነይሩ ኣማቲ ኪሮሰይ ኣብ ገነት ንበር🙏😢 DW የቀንየልና ቀፅልሉ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ

  • @SalamSalam-n8e
    @SalamSalam-n8e 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዋዉ ይበል አገላልፃ

  • @AwAw-m1y
    @AwAw-m1y 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉😢😢😢

  • @anisaany6039
    @anisaany6039 2 หลายเดือนก่อน +2

    💊💊💊❤❤❤

  • @ZekariasZeke-yn9ul
    @ZekariasZeke-yn9ul 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሀጎስ ገብረ ሂወት እውንዘክርዎ

  • @mezagebrefe4604
    @mezagebrefe4604 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @habtemar
    @habtemar 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኦሀድ አሚን

  • @destameseret8736
    @destameseret8736 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኪሮስ ፡ አለማዮ ፡ ሐም ፡ ወርቂ ፡ ብሐዊ ፡ ዝተፈተነ ፡ ጅግና ፡ ትግራዋይ ፡ ነየሩ ፡ አብውሕኒቤት ፡ መቀለ ፡ ብመቁሕ ፡ ታአሲሩ ፡ ክደርፍ ፡ ናብ ፡ ቀበሌ ፡ 11 ፡ ሜዳ ፡ ሕዘቢ ፡ ተሰብሲቡ ፡ ከምዛ ፡ ናደረፍኻ ፡ ንረኻ ፡ ዘውፃዐኻዮም ፡ ተጋሩ ፡ ልበረኻ ፡ ደሪፍኻ ፡ ምለሶም ፡ ተባሒሉ ፡ ታአጂቡ ፡ እሱን ፡ ፃእዱን ፡
    ፃእዱ ፡ ብተዋዛዋዝነት ፡ ትሰርሕ ፡ ነይራ ፡ ብሹዑ ፡ ጊዜ ፡ ሕዝቢ ፡ ክበኪ ፡ ኮሎ ፡ ካብ ፡ አዕምሮይ ፡ አይርሶኦን ፡ መስወለደይ ፡ ኸይደ ፡ ዝረእኹዋ ፡ ታሪክ ፡ ሕዚ ፡ ድማ ፡ ከምዝይ ፡ ተመሊሱ ፡ ምስትዋሱ ፡ ባሐቂ ፡ እዝሐውና ፡ አይሞተን

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @KIDANEMARIAMGard
    @KIDANEMARIAMGard 2 หลายเดือนก่อน +4

    ትግራይ ትልብም ዘላ ትመስል ትግራይ ካብ ፀገም ክትወፅእ አብ ኩሉ አውዲ ዝሰርሁ ኩሉ ወዲ ትግራይ ምዝካር ወለዶ የምህር ስለዚ ናይ ጠበንጃ ታሪክ ጥራህ አይነትኩር ብጠበንጃ አዲ አይህነፅን

  • @InnocentBakedBuns-mk2lc
    @InnocentBakedBuns-mk2lc 2 หลายเดือนก่อน

    Kiros ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Shemshia-e3n
    @Shemshia-e3n 2 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @asemaaasemaa297
    @asemaaasemaa297 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @ኢሮብ
    @ኢሮብ 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤😢

  • @AbduMohammad-oq4ns
    @AbduMohammad-oq4ns 2 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @User56-14q
    @User56-14q 2 หลายเดือนก่อน

    Kiros ayana srahtu n zelalem nebari eyu😍😍

  • @zeraytesfu9384
    @zeraytesfu9384 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኪሮስ ፀልም እምኒ
    ምፍቃል አብዩኒ
    ደቂ ዓደይ
    ኑዑ አፋናቁልኒ !!!!

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @ephremgeberegzibher96
    @ephremgeberegzibher96 2 หลายเดือนก่อน +1

    God help tigray.

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @LetushGeremariam
    @LetushGeremariam 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @ashebrkiros4195
    @ashebrkiros4195 2 หลายเดือนก่อน +2

    እንካዕ ናብ ምዝኽኻር ኣብፀሐኩም
    ሂዎት ታሪክ ኪሮስ ደፊንኩሞ ተሪፍኩም
    ግን ካብ ዝሓለፈ ናይ መፃኢ ይበዝሕ ጌጋኹም ኣሪምኩም ተንቲንኩም ብትክክል ኣብ ታሪክ ተትስፍርዎ ክንደይ ምመቀረ።

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤😊😊

  • @ashebrkiros4195
    @ashebrkiros4195 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣይተሕፍርና ድምፂ ወያነ እኮ ሎሚ ኣይኮነትን ጀሚራ ብዙሕ ኣይተድንቕዋ ብፃያ ረሲዓ ሎሚ ዘኪራ ክትውቀስ እዩ ዝግበኣ።

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @alemweldemichael5034
    @alemweldemichael5034 2 หลายเดือนก่อน +4

    ዶር ኪሮስ አለማዩ ባዕሉ ትግራይ እዩ።

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ወለላይ❤

  • @saragbramariam4116
    @saragbramariam4116 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏

  • @tesfayegebrehiwot7709
    @tesfayegebrehiwot7709 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኪሮስ አለማዩ ንታሪኹን ንእምነቱን መንነቱን ንትግራይ አእምሩኡን ኩሉን መነኡን አብአእ ዝመላለስ ዝነበረ ኢዩ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብሰክራይብ በልለይ ወለላይ

  • @helenfitsum6806
    @helenfitsum6806 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @merhawitmuaz1619
    @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน +1

    #ጀማሪት እየ#ሳብስክራይብ በሉለይ #ክቡራት ኣሕዋተይ#ተገድስኩም❤❤

  • @haftunigus3207
    @haftunigus3207 2 หลายเดือนก่อน +2

    ድወት ቁምነገር ሰርሕኹም... በርቱዑ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ

  • @rezeneberhe818
    @rezeneberhe818 2 หลายเดือนก่อน +2

    አብ ዘመነ ደርጊ ሓንቲ ደርፊ ዘይተገለፀት ወይ ውን ረሲዑኩማ ትኮኑ ንመንግስቱ ዝደረፈሉ እያ ከምዚ ከኣ ትብል
    ፀሊም እምኒ ምድፋእ አብዩኒ ንዑ እባ ኣዳፍኡኒ !!!!!

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 2 หลายเดือนก่อน +7

    ተጋዳላይ ሕውሓት ን ህዝቢ ትግራይ ከምህዝቢ ዘኽበረ ካብ ናይ ምኢቲታት ዓመታት ባርነት ነፃ ዘውፀ ኢትዮጵያዊ ያን ዝፈርሕዎ ንሻዕብያ ዘርዕድ ህዝቢ ዝፈጠረ ውድብ እዩ (ትግራይ ምስ ሕውሓት እያ ትግራይ ትኸውን ) No more ,ባንዳ No more ቑሸታዊ No more ትግራይ ምክፍ ፋል ።ትግራይ ሓንቲ እያ

    • @Jigar-l6r
      @Jigar-l6r 2 หลายเดือนก่อน +2

      👌

  • @tsgabugebremaria3829
    @tsgabugebremaria3829 2 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ ደርፊ ናይ ባዕሉ እንትዝኸውን ይሓይሽ ::እቲ ዝደርፎ ዘሎ ግጥሚ ናይ ኣይፈልጦን?

  • @letchalemu6831
    @letchalemu6831 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @desawitsegay2286
    @desawitsegay2286 2 หลายเดือนก่อน

    ፉሉይ አገላልፃ እዩ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ ወለላይ❤

  • @RabihhCall-i1x
    @RabihhCall-i1x 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉♥♥♥♥♥♥♥

  • @mass-media6445
    @mass-media6445 2 หลายเดือนก่อน

    ዶ/ር ኪሮስ ኣለማየሁ ቅድሚሕጂ ዘይተዘከረ ንምንታይ ሕጂ ክዝከር ተደልዩ ፣ ብጀጋኑናን ብወናማትናን ምሽቃጥ ደው ይበል ሽርሕን ተንኮልን ካብ ትግራይ ይውገድ።

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ

    • @1abahta
      @1abahta 2 หลายเดือนก่อน

      መዓስ ድአ ይዘከር ትብል ?

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 2 หลายเดือนก่อน

    ነብስሄር ብሉፅ ኣርቲስት ዶ/ር ኪሮስ ኣለማዮሁ ፍሉይ ክእለት ዝወነነ ድምፃዊ ጥራሕ ከይኮነነ ቅርፃ ቕርፂ ስራሕቲ እውን ፍሉይ ክእለት ዝነበሮ ምስኡ ዘዋጋዕኻዮ ናብ ኣርት ለዊጡ ምስ ኩነታትን መፃእን ናይ ምእማት ክእለት ዝነበሮ ሓውናን ኣያናን እዩ ነይሩ :: ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ይግብኦ!!!

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ወለላይ

  • @ZekariasZeke-yn9ul
    @ZekariasZeke-yn9ul 2 หลายเดือนก่อน

    ኢያሱ በርሀ

  • @gebremariamzewde8795
    @gebremariamzewde8795 2 หลายเดือนก่อน

    Yeb.kubur.wedi.kuburat

  • @birhanegebre9740
    @birhanegebre9740 2 หลายเดือนก่อน +1

    Why now? not for the last 20 years?

    • @abebadesawit8537
      @abebadesawit8537 2 หลายเดือนก่อน

      Werja

    • @negagetachew974
      @negagetachew974 2 หลายเดือนก่อน +2

      Last 20 years some TPLF members they Don’t give permission to Speak about Kiros . Because he not the member of TPLF.

    • @mass-media6445
      @mass-media6445 2 หลายเดือนก่อน

      You're right, that's my question why now

    • @Haregte
      @Haregte 2 หลายเดือนก่อน +1

      በቃ ድዩ ተዛሪብኻ🤔 ንምታይ ክሳብ ሀዚ ሱቅ ኢሎም ብሓቂ ክውቀሱ ይግበእ እንተ ንሀዚ ምዝኻሮም ነመስግን ናቱ ጥራሕ ኣይኾነን ናይ ጀነራል ሓየሎም ኮታስ ናብ ልቦም ምምላሶም የሐጉሰኒ❤

    • @user-dk9of1ok1n
      @user-dk9of1ok1n หลายเดือนก่อน

      KIROS IS A REAL ETHIOPIAN LEGEND. HE WASNT IN BULSHIT TPLF!!!

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 2 หลายเดือนก่อน

    ዶ/ር ኪሮስ አለማዮሁ ንዘለኣለም ዘይሃስስ ኩሉሻዕ ተሰሚዑ ዘይፅገብ ፍሉይ ሃፍቲ ባህሊ ትግራይ ዝኾነ ኩርዓት ትግራይ: ኩርዓት ትግርኛ ን ኩርዓት ምሉእ ትግራዋይ ቅድሚ ቀዳሞት ጀግና ትግራዋይ እዩ::

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ

  • @gebremariamzewde8795
    @gebremariamzewde8795 2 หลายเดือนก่อน +1

    Gigna.tigreway.D.R.kiros.haven.tigray.men.eyumo.zerseka.kiros.ab.lebi.tigreway.aleka

  • @gebrekidankidane7453
    @gebrekidankidane7453 2 หลายเดือนก่อน

    ተስፋ ይገብር ናይ ሕዚ መናእሰይና ካብዞም ሊቃውንቲ ፅሩይ ትግርኛ ተማሂርኩም ከምትኮኑ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ😊

  • @almasteshala1691
    @almasteshala1691 2 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @habtemar
    @habtemar 2 หลายเดือนก่อน

    Ethiopia wie iuuu

  • @alemweldemichael5034
    @alemweldemichael5034 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኪሮስ ጊዜ ዘይስዕሮ ዓብይ መፅሓፍ ትግራይ እዩ።

  • @lailamehari3800
    @lailamehari3800 2 หลายเดือนก่อน

    ሰሎምን ኣሎ እዩ ኣብ ጣልያን ምስ 2 ደቁ ይነብር.

  • @ZekariasZeke-yn9ul
    @ZekariasZeke-yn9ul 2 หลายเดือนก่อน

    ኪሮስ

  • @helush865
    @helush865 2 หลายเดือนก่อน

    ታይ ልምግናይ እዩ ሐዚ ካብ እዙይ እናሰራሕኹም ትዉዕሉ ብሂወት ዘሎ ዝጠመየ ህዝብኩም ዘይተዐንግሉ እናዳ ወያነ

    • @lemlemmirach7838
      @lemlemmirach7838 2 หลายเดือนก่อน

      Nizemote jegna mizekar bahilina eu neziwin deo mihsad wae

  • @biriktikidane8415
    @biriktikidane8415 2 หลายเดือนก่อน

    ባድመማ ናብ ቦታአ አብኢድ ዋናታታ አትያ።

  • @alemweldemichael5034
    @alemweldemichael5034 2 หลายเดือนก่อน +2

    ጎበዝ ወያኔ ካብ ቀዳማይ ወያኔ ኢልና እንፅወዖ ካብ 1936 ዓ ግ አይኮነን ዝጀመረ። አብ 13 ክ/ዘመን'ዩ ተጀሚሩ።

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ😊

  • @dmx3674
    @dmx3674 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኪሮስ አለማየሁ ኢትዮጵያዊ ጀግና ፣ታላቅ ሰው እንጂ ብሄራዊ ጀግና አልነበረም ። አሁን የዚህን ሰው ጉዳይ ከብሄርተኝነታችሁ እና ከወያኔ ባንዲራችሁ ጋር ባትዘክሩት መልካም ነው። ከትግራይ አንድ ጥሩ ነገር የነበረን ነገር አትበክሉት ። እናተም ለተሻለ ነገር ብትሰሩ ፣ ለተሻለ ፣ ለፍቅር ፣ከጎሮቤቶታችሁ ጋር ሰላም ለመሆን ፣አብሮ ለመስራት ፣አብሮ ለመኖር ብትሰሩ ተግታችሁ መልካም ነው። መልካም ብትሆኑ የሚጠቅመው ትግራይ እና ህዝቧን ነው። በተንኮል ፣ በሴራ ፣ በፉከራ የምትገነቡት ምንም ነገር የለም ።

  • @m.g5367
    @m.g5367 2 หลายเดือนก่อน

    Hasiren sefufen megbar yelmdena zerba newihu

  • @gebremariamzewde8795
    @gebremariamzewde8795 2 หลายเดือนก่อน

    Mekeyat mot.D.r.kiros.nesu.eyu.

  • @haymimillen166
    @haymimillen166 2 หลายเดือนก่อน

    Ene gin tines chinklat yalew ale hulum borkowochw nachew

  • @desawitsegay2286
    @desawitsegay2286 2 หลายเดือนก่อน

    ሓወልቲ ይሰራሓሉ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ

  • @you4alali
    @you4alali 2 หลายเดือนก่อน +1

    Kitos defected from tplf to deeg

  • @እግዚአብሔርእረኛዬነውእና
    @እግዚአብሔርእረኛዬነውእና 2 หลายเดือนก่อน

    ስቃዩ ገዲድዋ ኣይይይ ዓደይ

  • @haymimillen166
    @haymimillen166 2 หลายเดือนก่อน +3

    Demesi weyane Dedboch ye 30 amet kemtawdru yahunu awru medre koshashoch ye dedeb terekem hiduna tdf asakmuachew medre bekt

    • @GAlaman-p9b
      @GAlaman-p9b 2 หลายเดือนก่อน +3

      ክላ ኣድጊ

    • @TheCritic101
      @TheCritic101 2 หลายเดือนก่อน +2

      ተረዋእ ዒሉ😂

    • @haymimillen166
      @haymimillen166 2 หลายเดือนก่อน

      @@GAlaman-p9b ata neşelim ekum aedug teregetsti kid ztesewu kuslat tdf zeker dunzuz

    • @haymimillen166
      @haymimillen166 2 หลายเดือนก่อน

      @@TheCritic101 Anta dedeb

    • @Jigar-l6r
      @Jigar-l6r 2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣማራ ገዳይና ፣ጨካኝ ፣ሰው በላ ሉጢ qomata menabah agebah seletigray nager. Tigray dedeb yelem. Yeti gray Aheya Kante yebelete chinklat alew. Dedeb

  • @DestaMekonnen-x3b
    @DestaMekonnen-x3b 2 หลายเดือนก่อน

    Sirah mifitah diyu kalie melieikti alewo .kindey biherawi haribegnatat tigiray einahalewu .

    • @lemlemmirach7838
      @lemlemmirach7838 2 หลายเดือนก่อน +1

      Kabtom qedamot harbegntat qedamay harbegna eu D/R kiros jegna❤🎉🎉🙏🙏🙏

  • @Jigar-l6r
    @Jigar-l6r 2 หลายเดือนก่อน +1

    Kiros is Tigray and an artist. My blood is boiling when i hear an artist." This" "this" to those barking like dogs and commercial singers. So calling those who can't find job and become singer with help of autotune and called them an artist is insult to our legends Kiros, G/Tsadik and Iyasu. Kiros was Tegadalay, an artist and teacher.
    R.I.P our legend.

  • @tgakterentertainment3855
    @tgakterentertainment3855 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤

  • @AdmasEquar
    @AdmasEquar 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AkfauAkfau
    @AkfauAkfau 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @you4alali
    @you4alali 2 หลายเดือนก่อน

    Kitos defected from tplf to deeg

    • @Jigar-l6r
      @Jigar-l6r 2 หลายเดือนก่อน

      Liar Hassawi.

  • @meharitkahsay4960
    @meharitkahsay4960 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤