- 160
- 2 763 313
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
United States
เข้าร่วมเมื่อ 30 ม.ค. 2022
ፕሎት ሚድያ ህልዊ ፍፃመታት ብመዘናጋዓይ መልክዑ ደረጅኡ ብዝምጥን ምድላው ይቐርብ። ንማሕበራውን ስነልቦናውን ህይወት ዝምጥኑ ሰሓብቲ መደባት ብምቕራብ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገዚፍ ትካል ንምህናፅ ተሊሙ ይንቀሳቐስ።
ኣብ ኩለመዳያዊ ስራሕቶም ፅልዋ ዝፈጥሩ ሰባት ብምዕዳም ብመሳጢ ዕላል ተሞክሮኦም ዘካፍልሉ መድረኽ ተሃድሶ እዩ ፕሎት ሚድያ።
ቀንዲ ዕላማ ፕሎት ሚድያ ደረጅኡ ዝሓለወ፣ ብፅፈትን ተሞክሮን ዝጎልበተ፣ ሰፊሕ ተኸታታሊ ዘለዎ ናይ ምዝንጋዕ ቻነል ፈጢርካ ለውጢ ምምፃእ እንትኸውን ካብ ዝኾነ ይኹን ኣረኣእያ፣ ፅዕንቶ ሓሳብን ፖለቲካዊ ውግንናን ናፃ ዝኾነ ናይ ኩሉ ሚድያ እዩ።
ኣብ ኩለመዳያዊ ስራሕቶም ፅልዋ ዝፈጥሩ ሰባት ብምዕዳም ብመሳጢ ዕላል ተሞክሮኦም ዘካፍልሉ መድረኽ ተሃድሶ እዩ ፕሎት ሚድያ።
ቀንዲ ዕላማ ፕሎት ሚድያ ደረጅኡ ዝሓለወ፣ ብፅፈትን ተሞክሮን ዝጎልበተ፣ ሰፊሕ ተኸታታሊ ዘለዎ ናይ ምዝንጋዕ ቻነል ፈጢርካ ለውጢ ምምፃእ እንትኸውን ካብ ዝኾነ ይኹን ኣረኣእያ፣ ፅዕንቶ ሓሳብን ፖለቲካዊ ውግንናን ናፃ ዝኾነ ናይ ኩሉ ሚድያ እዩ።
"ንበላዒ ዝተውሃበት ምስክነይቲ ህፃን!"
ኣብ ወረዳ እምባላጀ ካብ ዝርከባ ጣብያት ሓንቲ ዝኾነት ጣብያ ኣበዳ ተወሊዳ ዓብያትላ። ወላዲኣ ብህፃንነታ ብሞት ስለዝተፈለዩ ኣይትፈልጦምን። ምስ ዓብዪ ሓዋን ኣዲኣን ዓብያ፤ እንተኾነ ግን ጓል 9 ዓመት ምስኮነት ሞት ንወላዲታ 'ውን ኣሕዲግዋ። ድሕሪ ግዜ ኩነታት ምስኣርከበ ብሕታዊ ሰባ ዝኾነ ሓዋ 'ውን ተጋዲሉ ብመስዋእቲ ሰኣነቶ። ብድሕሪ'ዚ እዩ መሪር ህይወት ''ሀ" ኢላ ዝጀመረቶ። ፍቐዶ ዘመድ ከርተት እናበለት ንኽትዓቢ ዝፈተነት እዛ ህፃን ብመግረፍትን ልዕሊ ዓቕማ ብስራሕን ሰነሰን በለት። እዚ ከይኣክል ድማ ጓል 14 ዓመት ዘይወንወነት ከላ ንሓደ ሽማግለን ጥዕና ዘይብሉን ሰብኣይ ሓዳር ክትገብር ተወሃበት። እዚ ሰብኣይ ድማ ኣካላ ክሳብ ዝድንዝዝ ብምቕጥቃጥ ሓዳሩ ክፍልሞ ጀመረ። ካብዚ ናብራ ሲኦል ኣምሊጣ ናብ ኢድ ካልእ ዘመድ ኣዕቖበት። እናበለ ዝቕፅል ታሪኽ ህፃን ካልኤታ ምናሰቦ ክትከታተሉ ዓዲምና ኣለና።
มุมมอง: 21 790
วีดีโอ
" ኣካለይ ጨፍሊቖም- መህፀነይ ተፃዊቶም - ሃፍተይ ወሪሰሞ!"
มุมมอง 10K7 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ወ/ሮ ለተገብርኤል ባህረ ትብሃል። ኣብ ወረዳ ሰሓርቲ ጣብያ ማይ ወይኒ ተወሊዳ ሎሚ ኣብ ጣብያ ዓዲ ሽሻይ ትነብር። ህይወት ንምስዓር ክትብል 26 ዓመታት ኣብ ዓዲ ዓረብ ከርተት ኢላ ሸቂላ ብዝዋህለለቶ ሃፍቲ ኣብ ዓዲ ዓፋር ሆቴል ከፊታ ፅቡቕ ትሰርሕ ነይራ። ኩነታት ምስተፈጠረ ግን ሓይልታት ዓፋር ድንገት ናብ ሆቴላ መፂኦም መሉእ ንብረታ መንዚዖም፣ ወርቃን ጨርቃን ወሲዶም፣ ቅርሻን ጥሪታን ወሪሶም ኣብ ልዕሊኣ ፆታዊ ዓመፅ ፈፀሙላ። እዚ ከይኣክል ድማ ዝተፈላለዩ ኣካላዊ ማህሰይቲ ኣብፂሖም ደርበይዋ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝረድእ ቤተሰብ ስኢና እትበል ሓሪምዋ ኣብ ከቢድ ስቓይን ጭንቅን ኮይና ረኺብናያ። ምሉእ ታሪኻ ክትከታተሉ ንዕድም።
"ንፀላኢ ካብ ትሓድጉና - ቅተሉና ኢልናዮም!"
มุมมอง 6K12 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ኣብ ቃልሲ እቲ ዝኸበደ ነገር ኣብ ኢድ ፀላኢ ምውዳቕ እዩ። ኣብ ኢድ ፀላኢ ወዲቕካ ዝበፅሐካ ኣካላውን ስነልቦናውን ሃሰያ ብቓላት ተገሊፁ ዝልካዕ ኣይኮነን። ጅግና ተጋዳላይ ክብሮም ኣለነ ካብዚ ዕፃ እዚ ዘምለጠ ኣይኮነን። ኣብ ከተማ ግጀት ተወሊዱ ዓብዩ፤ እቲ ኩነታት ምስ ኣጋጠመ ከም ኩሉ መንእሰይ ትግራይ ተጋዲሉ። ኣብ ከቢድ ሓደጋ ክወድቕ ዝኸኣለ ኣብ ማልሳ እዩ። ሰራዊት ትግራይ ስልቲ ውግኡ ካብ ምጥቃዕ ናብ ምክልኻል ተሰጋጊሩ ተመለስ ተባሂሉ ብሰማይን ብምድርን ሓዊ ተዓጂቡ እናንሰሓበ ከሎ ከቢድ መውጋእቲ ድሮን የጋጥምዎ። ዙርዩኡ ብሙሉኡ ሬሳ ብፃቱ መልአ። ንባዕሉ 'ውን ብዘይካ ፀጋመይቲ ኢዱ መላእ ሰውነቱ ለሚሱ ክንቀሳቐ...
"ብሰብኣይ ኣዲኣ ድፍረት - ብሓፍታ ክሕደት !"
มุมมอง 50Kวันที่ผ่านมา
ሓመድ ደቡብ ትግራይ ከተማ መኾኒ እናብኮዐት፣ ፀባን መዓርን እናተዓንገለት ብፃዕዳ ጣፍን ጠስምን ተኸቢባ ብፍቕሪ ዓብያ። ወለዳ ንዓኣ ምስወለዱ ሑቕፎም ከይፀገበት ኣቡኣ ብሞት ተፈልዮማ። ኣዲኣ ድማ ሓጋዚ ስለዝደለያ ሰብኣይ ኣእቴን ሓፍቲ እትኾና ጠነሳ። ኣብዚ ግዜ ነይሩ ሕማቕ መዓልቲ ተፀብዩ ሰብኣይ ኣዲኣ ኣብዘይወንወነ ሰብነታ ዝደፈራ። እዚ ቁስሊ ተፃዊራ ምስዓበየት ሓደ መዓልቲ ኣብ ገዝኣ ብዝተፈጠረ ዘይምርድዳእ ምኽንያት ጠፊኣ ናብ መቐለ መፀት፤ ንዓኣ ክእልሻ ዝወፃ ወላዲታ ድማ ብሓደጋ መኪና ሞታ። ብድሕሪ'ዚ ምኽንያት ሞት ወላዲትኪ ንስኺ ኢኺ ብዝብል ከቢድ ወቐሳ ብመላእ ቤተሰብ ተኾነነት። እዚ ምፅዋር ዝሰኣነት እዛ ምስክ...
"ሰለስተ መርድእ ኣብ ሓንቲ ቅፅበት!"
มุมมอง 18Kวันที่ผ่านมา
ትማሊ ናትካ ዝነበረ መሬት ሎሚ ፀላኢ ወኒኑ ሓሪሱ እንተፍርየሉ ከም ምዕዛብ፣ ትማሊ ንባዕሎም ኮይኖም ንኻልእ ዝተርፉ ዝነበሩ ወገናት ሎሚ ግዜ ዛርይዎም ኣብ ኢድ ሰብ ወዲቖም ከም ምርኣይ ዘሕምም ነገር የለን። ካብዞም ዓዶምን ዓውዶምን ምስ ሃፍቶምን ጥሪቶምን ስኢኖም መዕረፊኦም ኬንዳ፣ ዝበልዕዎ ባዶ ካብ ዝኾኖም መሳኺን ሓደ መንእሰይ ከዋኒ ተስፋይ ተጠቃሲ እዩ። ከዋኒ ካብ ምዕራብ ትግራይ ተመዛቢሉ ምስ ወላዲት ኣዲኡ ኣብ መዕቖቢ ተመዛበልቲ መቐለ(ከባቢ 70 ካሬ) ኣብ ኬንዳ ይነብር። መረበቱ ሓዲጉ እንትብገስ ከቢድ ዕንወትን ሞትን ርእዩ፣ ሓሰረ መከራ ኣተኣናጊዱ፣ ብቓላት ኣብ ዘይግለፅ ፀበባን ተስፋ ምቑራፅን እናሕለፈ ይርከብ...
"ከም ተባዕታይ ይነብር - ከም ኣንስተይቲ ይሸን!"
มุมมอง 35K14 วันที่ผ่านมา
ኣብ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈላለዩ ኣካላዊ መጉዳእቲ የጋጥሙ እዮም። ካብዚኣቶም ብዙሕ ግዜ ክውገዐሉ ዘይንሰም ናይ ብልዕቲ ምቑራፅ መጉዳእቲ ሓደ እዩ። ንሎሚ ከምዚ ዓይነት መጉዳእቲ ኣጋጢምዎ ኣእምሯዊ ፅዕንቶ እናተቓለሰ ዝርከብ ሓደ ጅግና ኣቕሪብናልኩም ኣለና። ተጋዳላይ ሄኖክ ደስታ ይብሃል፤ ወዲ 28 ዓመት መንእሰይ እዩ። ካብ ትሑት መነባብሮ ተበጊሱ ክሳብ ማእኸላይ ብርኪ ንግዲ በፂሑ ፀዓርዓር እናበለ ህይወቱ ይመርሕ ዝነበረ እንትኸውን ኣደታቱ እንትድፈራ፣ ማህፀነን ብመሳምር እንትፃወትሉ መስካሕክሒ ግፍዒ ርእዩ ተጋዲሉ። ካብኡ ትፅቢት ዝግበር ጅግንነት እናፈፀመ፣ ብተደጋጋሚ ናብ ፀላኢ ኣትዩ ብተኣምር እናደሓነ፣ ልዕሊ ኣርባ...
"መፃኢ ዕድል ክልተ ፆታ . . . !"
มุมมอง 120K21 วันที่ผ่านมา
እዚኣ ንግስቲ ኣሰፋ(ክልተ ፆታ ወኒና ዝተፈጥረት) ዘሕለፈቶ ኣካላውን ኣእምሮኣውን ስቓይ ብቓላት ተገሊፁ ዝውዳእ ኣይኮነን። ብሰንኪ ተፈጥሮኣ ካብ ቤተሰባ ጀሚሩ ኩሉ ሰብ ኣግሊልዋ፣ ብፀላእን ብወገንን ብዘይንቡር ተደፊራ፣ ሰብ ስለዘይብላ ተምፀኦ የብላን ተባሂሉ ብመጠሻ ካብ ዝተዓደላ መሬት ፍርቁ ተመንዚዓ ዓለም ፀልሚታታ ዓርሳ ካብ ምጥፋእ ንስለድሒና ዝተረፈት ምስኪን እያ። ደሓር ግን ቁሩብ ዝርደአለይ ሰብ ተረኸብኩ ኢላ ዓርሳ ገሊፃ ንህዝቢ ፀገማ ክተረድእ ወሲና፤ ህዝቢ ድማ ብታሪኻ ልቡ ተተንኪፉ ኢደይ ኢድካ ኢሉ ክሕግዛ ክኢሉ። ብፍላይ ህዝቢ እምባ ኣላጀ ጣብያ ዓፀላ ክብሪ ይግብኦ ሞራላ ስለዝተመለሰ ባህ ኢልዎ ኣይዞኺ እናበ...
"ዓመፅ - ካብ ሰብኣይ እኖ ክሳብ ሻዕብያ!"
มุมมอง 38K21 วันที่ผ่านมา
ህፃን ኮይና ምስወለዳ ብሰላም ትነብር ነይራ። ወለዳ ምስተፈላለዩ ግን ምስ ኣዲኣ ንምንባር ፈቲና። ጓል 14 ዓመት ምስኮነት ኣብ ሓንቲ ዝተረገመት መዓልቲ ወላዲታ ማይፀሎት ክትሕፀብ ናብ ገዳም ምስ ኣምረሐት ሰብኣይ ኣዲኣ ብጉልበት ይዕምፃ። ቁስላ ንውሽጣ ዓቢጣ ዓብያ ንቡር ክትፍትን ሓዳር መስረተትሞ ሓንቲ ቆልዓ ወለደት። ወራር ትግራይ ምስ ኣጋጠመ ሰራዊት ሻዕብያ ካብ መንገዲ ገፊፎም ኣብ ቅድሚ ጓላን ካልኦት እሱራትን ብኣሰቃቒ ኩነታት ደፈርዋ፤ ንሓንቲ መዓልቲ ጥራሕ ዘይኮነስ ንሸውዓተ መዓልቲ እናተባረዩ ሕልናኣ ክሳብ እትስሕት ተጋሲሶማ። ብዚ ምኽንያት ድማ ቫይረስ ኤች ኣይ ቪ ኣብ ደማ ኣሎ። እዛ ዕድማ ልክዓ ፀገምን መከራን...
"ክልተ ፆታ ንዘለዋ ጓሉ ንምድሓን . . . !"
มุมมอง 57Kหลายเดือนก่อน
ብዙሓት መሳኺን ኣሕዋትና ማሕበረሰባዊ ፅዕንቶን ሓደገኛ እምነትን ፈሪሖም ንውሽጢ ስለዝገበርዎ 'ምበር ኣይዞኻ ዝብሉ ዝሰኣኑ ምሽጥሮም ንበይኖም ገይሮም ብጭንቀት ዝሳቐዩ መሳኺን ውሑዳት ኣይኮኑን። ካብዚኣቶም ሓንቲ ናይ ሎሚ ጋሻና ትጥቀስ። ክትውለድ ከላ ቀልቢ ዝገበረላ ሰብ ኣይነበረን። ኩሉ ከም ንቡር ብታሕጓስን ዕልልታን ተቐቢልዋ። ግዜ ብግዜ እናተተከአ እንትመፅእ ግን ወላዲታ ኣብ መራብሒ ኣካላ ፍልይ ዝበለ ነገር ተስተውዕል። ግዜ እናወሰደ ብዝኸደ ቁፅሪ 'ውን እቲ ዝተርኣየ ፍልይ ዝበለ ኣካል መጠኑ እናወሰኸ ከይዱ ሓደ ዘሻቕል ነገር ኮነ፤ ተደራቢ ናይ ወድተባዕታይ ብልዕቲ። ወላዲኣ ብምኽንያት ምግዳል ኣብ በረኻ ስለዘሎ ጭን...
"ደገ ሞት ሪኣ ዝተመልሰት ህፃን!"
มุมมอง 20Kหลายเดือนก่อน
ኣብ ወረዳ ኣላጀ ጣብያ ቀይሕ ተኽሊ ካብ ሓደ ብጣዕሚ ድኻ ቤተሰብ ተወሊዳ ዓብያ። ከም ኩሉ ህፃን ብንፁህ ልቢ ትመላለሰሉ ኣብ ዝነበረትሉ ዓለም ግን ኣዝዩ ከቢድ ፈተና ኣጋጠማ። ገና ዘይወንወነት ጓል 14 ዓመት ሰገን ከላ ክልተ ጨካናት መናእሰይ ኣብ መንገዲ ሓኒቖም ይደፍርዋ። ብህይወት ድሒና ንኸይትጥቁሞም ድማ ናብ ገደል ኣፅዲፎማ። ጎየን ዘይመነዋ ኣእጋራን ሓመድ ዓዅተን ዘይወዳኣ ኣእዳዋን ተሰባበራ። ኣስናናን ኣዕፅምቲ ገፃን ደቐቐ። ትረፊ ክብላ ግን ድሒና ነዞም ጨካናት ደፈርታ ክእሰሩ ገበረት፤ እንተኾነ ዋና ተጠርጣሪ ካብ ማእሰርቲ ኣምሊጡ ዝብል መርድእ ንስድራ ተነግሮም። እናበለ ዝቕፅል እዚ ታሪኽ - ፍትሒ ምስ ፀምአ እ...
"ዘይዛሪ ንብዓት በዓልቲ ክልተ ፆታ ምስኪን!"
มุมมอง 329Kหลายเดือนก่อน
ባንኪ ንግዲ ኢ/ያ 1000662069478 ንግስቲ ኣሰፋ ቁ.ስ.፦ 0984396190 00312368325-06 ንግስቲ ኣሰፋ (ባንኪ ኣንበሳ) ገና ምስተወለደት ብሰንኪ ተፈጥሮኣ ወላዲታ ኣይተቐበለታን። ካብ ሞንጎ ኣሕዋታ ብዝኸፈአ መልክዑ ብወለዳ ምግላል ገጠማ። ክልቲኦም ወለዳ ሃፍቲ ንብረቶም ንደቆም እንተውርሱ ንሳ ግን ከም ውላድ ስለዘይትሕሰብ ኣብዚ ዕድል ኣየካተትዋን። ካብ ገዝኣ ዝጀመረ መግለልቲ ናብ ሙሉእ ዓዲ ስለዝተነዝሐ ዕፃኣ ተነፂላ ንበይና ምንባር ኮነ፤ ጓል 13 ዓመት ኮይና ንብሕታ ኣብ ሓንቲ ኣጉዶ ብጥምየት እናተሓለገት፣ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ርሒቓ ህይወታ ክትመርሕ ተገደደት። እዋናት ብኸምዚ መልክዖም ሓሊፎም ወራር ...
"ምስ ፀላኢ ዝውዕል ኣዛዚ ክፍለሰራዊት!"
มุมมอง 12Kหลายเดือนก่อน
#15 ሬድዮ ርክባት ሒዙ ናብ ብፆቱ ዝመረሸ ደፋር እዩ።ኣብ ወረዳ እንደርታ ከባቢ ቶጎጋ ጣብያ ኣማኒት ተወሊዱ ዓብዩ። ብትምህርቱ ሓዊ ከምዝነበረ ይንገረሉ። ኣብ ፋብሪካ ሽኮር ወልቃይት እንትሰርሕ 'ውን ኣብ ትግራይ ማንም ዘይኽእሎ በይኑ ዝመልኮ ሞያ ወኒኑ ብዓርሰ እምነት ይሰርሕ ነይሩ። እንትጋደል ብኽልተ ፍቓድ ደብዳቤ ይንቀሳቐስ ነይሩ፤ ብናይ ፀላእን ወገንን። ፀላኢ ኣብ ጓጓ መቐለ ከሎ #15 ሬድዮ ርክባት ሒዙ ናብ ብፆቱ ዝመረሸ ደፋር እዩ። እዚ ጥራሕ ኣይኮነን፤ ኣብ በረኻ ትውግእ ውዒሉ ናብ ከተማ ስቪል መሲሉ ይኣቱ፣ ሓሚሙ ድማ ፀላኢ ኣብኡ ከሎ ኣብ ዓይደር ተሓኪሙ ይኸድ። ኣብ ገድሊ ብዝፈፀሞም መደምም ጅግንነት ካብ ...
"ኣቦ ጓሉ ይደፍር - ዘይፈስስ ንብዓት ራሄል!"
มุมมอง 146Kหลายเดือนก่อน
#ዳናይት እተሰምየ ኣብ ሓቀኛ ታሪኽ ተደሪኹ ዝተፃሕፈ መፅሓፍ ልቢ ብዙሓት ዘድመየን ንብዙሓት ዘንበዐን ነይሩ። ሓንቲ ዳናይት ዝተብሃለት ንእስቲ ካብ ጓል 10 ዓመት ጀሚራ ብወላዲ ኣቡኣ እናተደፈረት ዘሕለፈቶ ከቢድ ፈተና የዘንቱ። ኣብ መወዳእታ ዳናይት እቲ ኣራዊት ኣቡኣ ናብ ንእሽተይ ሓፍታ ክሰግር ምስበለ ንበይና ሓቢኣቶ ዝነበረት ምሽጥር ዛሕዚሓቶ፤ ኣቡኣን ድማ ተኣሲሩ። እቲ ዘሐዝን ግን ዳናይት ሓዳር ፈቲና ዋላ እንተነበረት ኣብ ደማ ኤችኣይቪ ቫይረስ ስለዝነበራ ሓንቲ ጥዒቲ ህፃን ወሊዳ ካብዛ ዓለም ተፈልያ። ናይ ሎሚ ጋሻና ኣብቲ ግዜ ዳናይት እንትትድፈር ህፃን ኮይና ብዓይና ትሪኢ ብእዝና ትሰምዕ ዝነበረት ንእሽተይ ሓፍታ...
"ካብ ዓፀቦ - ናብ ምድራዊ ሲኦል!"
มุมมอง 5Kหลายเดือนก่อน
ጅማሮ ህይቱ ኣብ ከቢድ ዓፀዎ ፤ ሕዚ ዘለዎ ህይወት 'ውን ከቢድ ፀበባ። ብቑልዕነቱ ብድርቂ 77 ዓ/ም ምኽንያት ወለዱ ሓዚለሞ ናብ ሱዳን ተሰዲዶም። ኣብታ ሃገር ክልቲኦም ወለዱ ብሞት ምስ ሰኣነ ድማ ውድብ ህወሓት ተረኪባቶ ምስ ሰገናት ወያነ ዓብዩ። ሃገር ሰላም ምስ ኮነ ኣብ ሑመራ ብስራሕቲ ሕርሻ ተዋፊሩ ሃፍትን ጥሪትን ከኻዕብት፣ ሓዳር ፈቲኑ ክወልድ ጀመረ። ናይ ሎሚ ወራር ምስ ኣጋጠመ ቅድሚት ግዳይ ብምዃን ንዓመታት ዘጥረዮ ሃፍቱን ጥሪቱን ብፀላእቲ ተወረረ። ንባዕሉ ድማ ትግራዋይ ምዃኑ ገበን ኮይኑ ምስ ካልኦት ደቂ ዓዱ ተገፊፉ ተኣሰረ። ኣብ ትሕቲ ፋ ኣብ ዝመሓደር ቤት ማእሰርቲ ብጥምየትን መግረፍትን ናብራ ሲኦል ኣሕለ...
"ካብ ኣፍሪካ መሪሕ በዓል ክብረ ወሰን ጅግና!"
มุมมอง 38Kหลายเดือนก่อน
ፀላኢ ኣብ መዝገብ #ይፈለጋል ኣስፊርዎ እዩ። ሽሙ ካብ ጫፍ ክሳብ ጫፍ ዝተፈለጠ እዩ። ኣብ ትግራይሞ ይትረፍ ኣብ ኣፍሪካ ብደረጃ ውልቀ ሰብ 34 ታንክታት ዘቃፀለ ጅግና የለን። ተኵሱ ካብ ዝስሕት ኩላሳ እንጀራ ናብ ኣፍ ክስሕት ይቐሎ ዝበሃለሉ ተኣምረኛ እዩ። ቃልሲ መኸተ ምስተጀመረ ንፈለማ እዋን ታንኪ ዘቃፀለ ንሱ እዩ። ተጋድሎ "ሀ" ኢሉ እንትጅምር ክልተ ታንኪ ብምቅፃል ኢዱ ኣፍታሕቲሑ። ብድሕሪኡ መን ክሕዞ፤ ታንክታት፣ ዙታት፣ ሎቤዳትን ካልኦት ከቀድቲ ኣፅዋርን ፀላኢ በብዝኸደሉ ናብ ሓሙኽሽቲ ቀየረን። ጀነራላት ትግራይ ብኩርዓት ብሽሙ ክሳብ ዝምሕሉ ኣሐጎሶም። ወታደራዊ ጥበቡ ኣብ ባዕሉ ጥራሕ ክተርፍ ስለዘይደለየ ኣነ እ...
የኔ ማርር ኡፉ ሰብስ ወለድ ኣይስኣን ደኽታም ምኻን ከቢድ እዩ በተለይ ጥዑይ ቤተሰብ ተዘይብልካ ኣጆኺ ምቅርተይ ጋዜጠኛ ሽሻይ ንእትገብሮ ኩሉ ኣዝየ እየ ላድንቀካን ላመስግነካና ጀግና ሓውና በየ ገዛኡ ብዙሕ ፀገም እዩ ዘሎ በተለይ ኣብ ገጠራትናማ በርትዕ ነዘን ከምዚ ላቅርብለዋ ደቂ ኣንእስትዮ እምባ ኣላጀ ደማ ብጣዕሚ ክባራታዓ ዝግበኣን መርአያ ደቂ ኣንእስትዮና እየን ተጋሩ ላይክ ሳብስክራይብ ናገበርና ናዕብዩ❤
❤❤❤❤😢😢😢😢
ሽሻይ ጋይታ ጭሕሚ😂😂😂😂😂
❤❤❤😢😢
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
_እግዚኣብሔር ኣምላክ ስለ ቅዱሳኑ ስለ ህጻናት ኢሉ ድኣ ይምሓረና እበር ከምቲ ንሕና እንሰርሖ እንዛረቦ ሰብ ኣክንደይ ሕማቅ ስራሕ ኣንጻር ኣምላክ እናነበርና ምሕረት ኣይግበአናይ ከም ግብርና እቲ ወሪዱና ዘሎ ውን ይግበአና እዩ ኣምላክ ኩሉ ግዘ ሓቂ እዩ😢_
አጀኪ ማዓረይ😢እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ጽንዓትን ጥንካሬን ያሃብኪ
አጀኪ ማዓረይ😢😢😢
Way gualey tselaeki ysake ebeteway zeymetu meslwom ndektam yesakiu
ኣጆኹም ክብራት ሰድራ😢
ኣይጆኸ ማዓረይ😢😢😢😢
Xebikte amilk meski yekuin 😢❤❤
Eway gaily 😢😢
ከማይ ሓፍታ አሕሕሕ አነ አቦይን አደይን ምስ ሞቱ ሓፍትነይ ወስዳ አዕብያትኒ ብድሕሪኡ ጋል 14 ዓመት ንሃለኹ ንሃለቃ አመርዕዮሙኒ ብድሕሪኡ ላወቅዕ ላሕ አቡሉኒ አፋትሕኒ ተበልኩወ ከሙኡ እዩ ሓዳር ላበሉ አብዮሙን ብድሕሪኡ ምርር ምስ በለኒ ጠፊኤ ልሱዑዲ ከይደ ኣምላክ ይመስገን ሕጂ 6, ዓመት ገይረ አለኹ ፀላኢና ደኽታም ይኹን 🥺🥺🥺😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔
Tigrinya diya tzareb zela
ኣይሓፈተይ 💔😭😭😭
ኣጀኪ ማዓረይ ፈጣሪ ኣምላክ ያሓግዝኪ🤲😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥
❤❤❤💕🙏💕
እፍፍ😢😢😢😢
😢😢😢😢😢😢😢😢😢
❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
ኣኽእሎ ይሃብኪ መዓረይ
ንደማመር❤❤❤
መልስለይ ማዓረይ❤❤❤
Zegerm eyu kdzi chkane begeza mereta bhgi khtetu alewom 😥💔😥💔
Eway haftey ❤❤❤😢😢
ክተባባዕ ዝግበኦ ናይ ውጹዓት ሚድያ
ፍሽኽታኣ ደስ ክብል ልባ ንፁህ ስለድኾነት ድማ ይጫወትዋ💔
ፈጣሪ ምሳኺ ይኹን 🙏🙏🙏
ነንባዕሉ ዝጋጨው ሱቕ ኢሉ ሕውስውስ ዝበለ ተረት
ኣታ ክንደይ ትሓምቕ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ከተባልዕ ካብ ርእሲ ኤርትራዊ ተዘይወሬኩም ዝሰራሕኩም ኮይኑ ኣይስምዓኩምን እዩ። ድሓር ኤርትራውያን ኣስተውዕሉ ክሳብ ክንደይ ኢና ብገንዘብና ክንህረም እዛ ቻነል ውን ኣቮይድ ግበርዋ።
ዋይ ኣደዋይ መዓረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓግዝኪ
Ewayyyyy xebeba
Abet kab ado ziwexe do ado yesaki fetari aboy felika kixai😭😭😭😭😭😭😭
ዉይ ማዓረይ😢
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢አሕሕ 💔💔💔አድውይ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉❤💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪🇨🇳🇨🇳🙏💪💪🇨🇳🇨🇳💪💪👏👏👏👏👏💞💘💞👍
ኡፍፍፍ ብዘይ ኣዶ ኩሉ ፀልማት እዩ😭😭😭
አይይይ ማዓረይ አጀኪ
ኡፍፍፍ ማዓረይ😢😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔
The Rapist TPLF is the problem for Tigray. Instead of blaming shaebia for Togray lawlessness, clean your corrupt and Rapist tplf
😢😢😢😢😢😢
እፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ😢😢😢😢😢😢😢
እዋይ ክደይ እዩ ዘንሄ😢😢😢😢😢😢😢😢 ፈጣሪ ይሓግዝኪ ምዓረይ
ውይ ማዓረይ😢😢😢😢😢እግዚአብሔር ይሓግዝኪ ዝሓፍተይ የበርትዕኪይ
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
አየ አዶ ትግሪይ አምላክ ምሕት የዉርደልክን
ብዙሕ ኣሎ እዩ ዘይወፅእ ከይኑ እዩበይ😢😢😢
😢😢😢😢😢
ዋይ haftey mearey 😢😢😢😢😢