እንክብለኪ Enkbleki New mezmur by Ze.Temesghen and Ze.Bahrawit

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 พ.ย. 2021
  • Bmkniyat Beal Hidar Xion Mariam ztedalewe menfesawi mezmur.

ความคิดเห็น • 1K

  • @yedingellij7560
    @yedingellij7560 2 ปีที่แล้ว +717

    ⛪✝️እንክብለኪ✝️⛪
    ካብ ድንግል መሬት ፡ ኣዳም ተፈጥረ
    ካብ ድንግል ኣደ ፡ ጎይታ ተወልደ
    ኢለ ዝደግሞ ፡ ማሕሌት ወለደይ
    ሓሳብ ሂቡኒ ፡ ቃል ምስክረይ
    ስብከት ዲኺ እንክብለኪ ፡ ኣእዛን ዝተጸልወላ
    ትርኢት ዲኺ እንክብለኪ ፡ ኣዕይንቲ ዝትከላ
    ኣንክሮ እንተበልኩኺ ፡ ኣእምሮ ዝጽመዶ
    ምስጢር ዲኺ እንክብለኪ ፡ ንልቢ ዝእውዶ
    ጽድቂ ዲኺ እንክብለኪ ፡ ኩሉ ሰብ ዝምነያ
    ጥበብ ዲኺ እንክብለኪ ፡ ንሕይወት ትቓንያ
    ጸጋ ዲኺ እንክብለኪ ፡ ምስትውዓል ዝነገሳ
    በረኸት እንተ በልኩኽስ ፡ መና ሰማይ ዝሕፈሳ
    ክፈሊ ዘይክእል ድየ ታቦትን ጣዖትን
    እፈሊ'ባ ድኣ እምነትን ክሕደትን
    ምሕረትኪ ምዝካር እምነት'ዩ ንባዕሉ
    ኪዳንኪ ጽላለይ እንተስተውዒለሉ
    ካብ ድንግል መሬት ፡ ኣዳም ተፈጥረ
    ካብ ድንግል ኣደ ፡ ጎይታ ተወልደ
    ኢለ ዝደግሞ ፡ ማሕሌት ወለደይ
    ሓሳብ ሂቡኒ ፡ ቃል ምስክረይ
    ማሕጸን ዲኺ እንክብለኪ ፡ ኣምላኽ ጥራይ ዝጽነሶ
    ግርሁ ዲኺ እንክብለኪ ፡ ናውቲ ዘይሓረሶ
    ሳርማ ዲኺ እንክብለኪ ፡ ወይኒ ድሕነት ዝተሓትመላ
    ኣልባ ዲኺ እንክብለኪ ፡ ጻልጣ ጸባ ዝጽዕየላ
    ኣደ ዲኺ እንክብለኪ ፡ ድንግል ምዃን ዘይተርፈኪ
    ምህርቲ እንተበልኩኽስ ፡ ማዕከን’ኳ ዘይረኽበልኪ
    ብራና እንተበልኺ ፡ ፍቕሪ ልቢ ዝፍተዋ
    ስሕበት ጽገ ዶ’ኾን ኢኺ ፡ ዕስለ ‘ናህብ ዝሃርፍዋ
    ትግሃት ወስኽኒ ፡ ዘሎኒ ከስዕቦ
    ትርጉም ኩሉ ‘ነትኪ ፡ ብልበይ ክነቦ
    ኣብኡ‘ሎ ህላወይ ፡ ትንፋስ ዝሰኹዓሉ
    ማልዶትኪ ሒዘ ፡ ናብራይ ዘቕንዓሉ
    ባይቶ ዲኺ እንክብለኪ፡ ሕጊ’ን ድጊ’ን ዝጸድቀላ
    ጽላት ዲኺ እንክብለኪ፡ ቃል ሂወት ዝሰፍረላ
    ወላዲት እንተበልኩኽ’ስ ፡ ትንሳኤ እትብኮር
    ጽዮን እሞ ዘይብለኪ ፡ ሳላ ሓቂ እትሕኮር
    መን ኢኺ እንተበልኩኺ ፡ ድፍረት ኣይትቑጸርለይ
    ክሓንኽ ድማ ኣይደልን ፡ መን ኢኺ ዘይምፍላጠይ
    ቃልን ሓሳብን ከራኽብ ፡ ሃሪፈ ነቲ ፍልጠት
    ክፈልጠኪ ካብ ዘይክእል ፡ ይትረፈኒ ‘ለ ሕይወት (4)
    🔔✝️⛪✝️🔔🔔✝️⛪✝️🔔🔔✝️⛪✝️🔔

    • @henonezkielbaire2059
      @henonezkielbaire2059 2 ปีที่แล้ว +16

      "ጽዮን'ሞ ዘይብለኪ ቃላት ሓቂ እትጸውር"
      ኢላ እንትትእረም ክንደይ ምመስጠረት ማለት ምስጢር ምመቀረት ብወገነይ።
      thanks.

    • @fnotebrhan4943
      @fnotebrhan4943  2 ปีที่แล้ว +19

      @@henonezkielbaire2059 nay behaki des zebil mistirawi abehahila , tesfa yigebir zemertin getemtin abzimetsie mezmurom kitikemula. Thanks.

    • @luwamandemariam7218
      @luwamandemariam7218 2 ปีที่แล้ว +4

      Yup I’m

    • @brhanetesfazgi615
      @brhanetesfazgi615 2 ปีที่แล้ว +6

      ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ንኣሕዋትና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልም ልዑል ፈጣሪ ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም በረኸትን ረዴትን ምስካላትና ትኹን

    • @4serviceyorda658
      @4serviceyorda658 2 ปีที่แล้ว +7

      Asey keberi ni Amilak

  • @user-xy2gb4qf5s
    @user-xy2gb4qf5s 2 ปีที่แล้ว +77

    መንፈሳዊ መዝሙር ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያና ተሰሚዐ ኣነ ጥራይ ድየ መንፈሰይ ዝሕደስ ሓይሊ ዝኮነኒ ሓጎስ ዝስማዓኒ ዝማሬ መልኣኽ የስማዓልና

    • @hewanhabte7809
      @hewanhabte7809 ปีที่แล้ว +4

      Kulna Enber maarey❤️

    • @hdebesai3033
      @hdebesai3033 4 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️

    • @lwamyosief958
      @lwamyosief958 10 วันที่ผ่านมา

      ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ኩሉ ሰብ እዩ

  • @villayedngllij7537
    @villayedngllij7537 2 ปีที่แล้ว +496

    ኣሰይ ክንደይ ደስ ዝብል መዝሙር'ዩ። ኣደ ጎይታ እዕዚዛ ትባርኹም ዓስብኹም ኣብ ሰማይ ይኹን ።

  • @bruksamiel8652
    @bruksamiel8652 2 ปีที่แล้ว +146

    ኣብዚ ግናይ ግዜ እዚ ከምዚ ዝበለ ኣዕጽምቲ ዘጥልል ዝማሬ መላእክት ተስምዑና ዘለኩም ኩላትኩም ሰማያዊ ርስቱ ይሃብኩም🙏ኣሜን

  • @user-ev7ts5mt4c
    @user-ev7ts5mt4c 2 ปีที่แล้ว +61

    ካብ ድንግል መሬት ኣዳም ተፈጠረ
    ካብ ድንግል ኣደ ጎይታ ተወልደ
    ኢለ ክደግም ማህሌት ወለደይ
    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬ ማልእክት የስመዐልና ክንደይ ደስ ዝብል እዩ ብእውነት 🍀🌷🌷🍀🍀🍀🍀🍀🌷🌷🌷🌷🌷🍀🌹🌻🍀

  • @user-ze4el9gj3v
    @user-ze4el9gj3v 2 ปีที่แล้ว +50

    ናይ ብሓቂ ነበልባል ስራሕ ንልቢ ትምስጥ ....... ኣብ ግጥሚ አሞ...ክፈልጠኪ ካብ ዘይክአል ይትረፈኒ ኢለ ሂወት .....ኣዝያ ዝስሓበትኒ...።
    ኣብ ሰአሊ አሞ ብልጽቲ
    ዳሪክት ናይ ብሓቂ ኣዝያ ደስ ተብል
    መዝሙር + ግጥሚ +ሰአሊ=ነበልባል መዝሙር
    ናይ ብሓቂ ኣዝያ ደስ ተብል መዝሙር ኣብ ቀጻሊ ስርሓኩም ዓወትን ብልጽግና ንምነይልክም ኣምላኽ ዘይ ውዳአ ጸጋ ይሓብኩም ከምኡ ድማ አታ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ጸጋኣን በረኸታን ተብዝሓላ ..።አግዜኣብሄር ኣምላክ ጸጋ በረከቱ የብዝሓልክም የሕዋተይ...,,😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

    • @fnotebrhan4943
      @fnotebrhan4943  2 ปีที่แล้ว +7

      Amen Amen and bsm mezemiranin , getemtin , sealtin nayza sirah yekenyelna.

  • @naodteklehaimanot6764
    @naodteklehaimanot6764 2 ปีที่แล้ว +210

    ምሕረትኪ ምዝካር እምነት እዩ ባዕሉ ቁምነገር ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጎሮሮ ዘርስርስ መዝሙር እዩ

  • @matanyosief2170
    @matanyosief2170 2 ปีที่แล้ว +19

    ኣየ 'ወ "ጽድቂ ዲኺ እንክብለኪ ኩሉ ሰብ ዝምነያ"
    ጥበብ ዲኺ እንክብለኪ ንሕይወት ትቓንያ
    ጸጋ ዲኺ እንክብለኪ ምስትውዓል ዝነገሳ
    በረኸት 'ንተ በልኩኽስ መና ሰማይ ዝሕፈሳ
    #ክፈሊ ዘይክእል ድየ ታቦትን ጣዖትን
    እፈሊ'ባ ድኣ እምነትን ክሕደትን
    ምሕረትኪ ምዝካር እምነት'ዩ ንባዕሉ
    ኪዳንኪ ጽላለይ 'ንተስተውዒለሉ
    ይበል መዝሙር ደቂ እመ ብርሃን👏🏽፡ ዝማሬኹም ዝማሬ ቅዱስ ዳዊት ይግበሮ❤፡ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና🙌🏼፡ ድንግል ወላዲተ ሕይወት ጸጋኣ ተብዝሓልኩም ኣሕዋተይ በርትዑ፡ ብሉጽ ስራሕ♥️

  • @semiramehari1279
    @semiramehari1279 2 ปีที่แล้ว +61

    Omg you guys make me cry 🥺😭 amlak xega yebzhalkum yhwatey .bzuh Ena nxbe nab Kum deki orthodox keep it up 🥺🇪🇷😭😭🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🥰🥰

  • @WS-Media553
    @WS-Media553 2 ปีที่แล้ว +67

    መዝሙር ማለት እዚ ዩ! እዛ መዝሙር ንባዕላ መጽሓፍ ያ! ኣብ ቲክቶክ የ ሰሚዐያ ብጣዕሚ ድማ ክሰምዓ ደስ ኢላትኒ። ዘመርትን ገጠምትን ናይ በሓቂ ጸጋ የብዝሓልኩም። ቀጽልዎ እግዚብሄር ምሳኹም ይኹን። ናይ ዘመና መናፍቃን እየሱስ #ጥራይ ብምባል እቲ ውሒዝ ፈለገ ሂወት ፍቅሪ ድንግል ማርያም ብዘይ ምርካቦም፡ ብሓለንጊ ምንፍቅና ተኣሲሮም ይነብሩ ኣለዉ ግን ምሕረታ ምእማን ንባዕሉ እምነት ዩ። ባሕቱ መኑ የአምሮ ዓይን ቦሙ ኢይነጽሩ እዝን ቦሙ ኢይሰምዑ።

  • @abrahamafewerki4633
    @abrahamafewerki4633 2 ปีที่แล้ว +8

    ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይይይይይ ቡሩኻት ደቂ እመብርሃን ክንደይ ኮን ተዓዲልኩ ዝማረ መላእክት የስመዓልና ።መላእክት እምበር ሰባት ዝዝምሩ ዘለዉ ኮይኑ ኣይስመዓንን ዘሎ ኣምላክ ጸግኡ የብዘሓልኩም ኣዝዩ ብሉጽ ስራሕ !!!!!!!!!!!!!

  • @sirakhabtom10
    @sirakhabtom10 2 ปีที่แล้ว +27

    ክፈሊ ዘይክእል ድየ ታቦትን ጣኦትን እፈሊ እባ ዳኣ እምነትን ክሕደትን ናይ ብሓቂ ኣዝያ ጥዕምትን መሳጢትን መዝሙር ዝማሬ መላክቲ የስማዓልና እግዚኣቢሄር ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርኩም ፡ ኣብ ቀጻሊ ብከምዚ ዓይነት ዜማ ክትመጹና ትውስፋ ንገብር

  • @user-th3vp5te2v
    @user-th3vp5te2v 2 ปีที่แล้ว +39

    በሓ ደስ ዝብል መንፈስካ ትሕድስ መዝሙር ቃለ ህይወት የስመዐልና🙏🙏🙏

  • @othm4308
    @othm4308 2 ปีที่แล้ว +14

    ኣሰይ ክንደይ ከ አያ ደሰ ትብል ሙዝሙር እምለካ ፀግኡ የብሕልክም 🙏🙏🙏🙏🙏💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋

  • @user-uk5ij7lv2g
    @user-uk5ij7lv2g 2 ปีที่แล้ว +57

    እልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ልዘላኣለም ትንበር✝️⛪️✝️🕊🥀🍃🥀🍃🥀🕊

  • @user-kv4dx4px8g
    @user-kv4dx4px8g 2 ปีที่แล้ว +60

    ዮሃንስ 3 (John)
    16፤ ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ♥️🥰✝️📖🙏

    • @merhawigebreab5544
      @merhawigebreab5544 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen

    • @maryamdngley3422
      @maryamdngley3422 8 หลายเดือนก่อน +1

      ሓድሽ ክርስትያን ንሕናስ ብሰይጣን ዲና ኣሚና ዘለና እንታይ ዓይነት ርእሲ እዮም ተሰኪሞም ዝከዱ ዘለዉ

    • @user-yu9nf7no6f
      @user-yu9nf7no6f 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@maryamdngley3422እንታይ ዶ ኢሉ ኢዩ

  • @ermilove685
    @ermilove685 2 ปีที่แล้ว +35

    ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና and ተባረኹ
    ደስ ትብል መዝሙዝ ብዙሕ ከምዝደኸምኩምላ ውጽኢት እዛ ስራሕ ይነግር ኣሎ

  • @user-gj6bu7jc3n
    @user-gj6bu7jc3n 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልንና🙏💒💞💐💐💐💐💐💐

  • @user-lz9ct2dh9x
    @user-lz9ct2dh9x 2 ปีที่แล้ว +9

    ኣሜየን /፫ \ ዝሜሪ መላእክቲ የስመዓልና ባሓቂ ደስ ክብል ሙዝሙር ተመስገን ኦርተደክስ ተዋህዶ ገይርካ ልፈጠረካኒ ኣልልልልልልልልልልል 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰

  • @rayatube7151
    @rayatube7151 2 ปีที่แล้ว +22

    ዝማሬ መላእክት ያሰሜን የተዋህዶ ልጆች እግዚአብሔር ይባርካቹ

  • @user-xb7lq4rc5v
    @user-xb7lq4rc5v 2 ปีที่แล้ว +11

    ኣደ ዲኺ ከይብለኪ ድንግል ምዃን ዘይተርፈኪ ናይ በሓቂ ኣደ ተበልካያስ ግን ከኣ አቲ ድንግል ምዃን ዘይተርፋ በሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና ተረካቢ ቃላት ደስ ዝብል መልአኽቲ ዘለዎ ከም ኩሉ መዛሙራትና *ኣምላኽና* ጥበብኩም የብዝሓዮ ናይ ኣዴና ድማ ጸጋ በረኸታ ይሕደረና ይሕደርኩም ፍቁራተይ 12.01.2014 | 20.01.2022!

  • @tesfiewedigerie767
    @tesfiewedigerie767 2 ปีที่แล้ว +5

    💒💒💒 ካብ ድንግል መሬት ኣዳም ተፈጥረ
    ካብ ድንግል ማርያም ጎይታ ተወልደ 💒 ክብርን ምስጋናን ንቅድስተ ቁዱሳን ይኹን ኣሜን (3)

  • @rodas7016
    @rodas7016 2 ปีที่แล้ว +56

    ኣሰይይይይይይይ ዕልልልልልል ዕልልልልልል ዕልልልልልልል ኣሜን ዝማሬ መላኢክት የስመዓልና ብሩኻተይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ግጥሚ 100% ዜማ 100% ቀጽልዎ ኣምላክ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ የዓድልኩም ኪዳነ ምህረት ኣብ ጸላላ ተንብርኩም ፍትዋተይ፡💖👏

  • @henokgebru842
    @henokgebru842 2 ปีที่แล้ว +2

    ድንግል ማርያም ጹላላ ተንብረልኩም የሕዋተይ
    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር ካብዚ ዘለናዮ ሕምቅ ዘመን ባዕላ ድንግል ማርርያም በ ማልዶታ ነቲ ፉቀር ወዳ ክትልምነልና ሰናይ ፍቃዳ ይኩን
    ሰላም ቅሳንት ኣብ ሽግር ደልዉ ኣብ ጥሚት ስቃይ ዘልዉ የሕዋትና ሰላም ተዉርደሎም

  • @user-vw6rq1bv9w
    @user-vw6rq1bv9w 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣሰይይይ ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና🙏🙏🙏

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti 2 ปีที่แล้ว +13

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክት የሥመዐና ወገናተይ አሰይይይይ ደስ ክትብሊ መዝሙር❤❤❤❤❤❤❤

  • @weyniissac2053
    @weyniissac2053 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና 🥰🥰🥰⛪️⛪️⛪️🙏🙏🙏

  • @Wedeb_tv
    @Wedeb_tv 2 ปีที่แล้ว +8

    ዝማሬ መላእክቲ የስምዓል

  • @habtomgezhey
    @habtomgezhey 2 ปีที่แล้ว +15

    ♻️መንፈሳዊት💖መዝሙር♻️
    •√ክፈሊ ዘይክእል ደየ፡ታቦትን ጣዖትን
    •√እፈለ ' ባ ደኣ፡ እምነትን ክሕደትን
    •√ምሕረትኪ ምዝካር፡ እምነት 'ዩ ን ባዓሉ
    •√ኪዳንኪ ጽላለይ ፡እንተ ' ስተውዒለሉ
    💖♻️🌺💖♻️🌺💖♻️🌺♻️💖
    በሓቂ🌸ዝማሬ♥️መላእክት🌸የሳምዓልናአል

  • @biniamtesfa9585
    @biniamtesfa9585 2 ปีที่แล้ว +7

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ፡ እግዚኣብሄር ጸጋኡ የብዘሓልኩም ። ናይ በሓቂ ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ። ምስቲ ውቁብን ክቡርን ጉሩምን ዝኾነ ባህልና ምሳሌ ብምጋባርኩም ።

  • @mahderemesfun5039
    @mahderemesfun5039 2 ปีที่แล้ว +5

    ዝማረ መልኣክት የስመዓልና።
    ታዕማን ፍቅራን ናይ እግዝእትነ ድንግል ወላድት ኣምላክ ምስ ኩሉ ህዝበ ክርስትያን ይኹን።

  • @dawitsimon9481
    @dawitsimon9481 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይይይይ ደስ ትብል መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ናይ ኣገልጉሎት ዘመምንኩም ይባረኽ ጽሎታን ፍቕራን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ከምኡ ውን ምሕረት ፍቑር ወዳ ኢየሱስ ክርስቶስ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን።
    ኣሜንንን

  • @user-lh2zp9dz5r
    @user-lh2zp9dz5r 2 ปีที่แล้ว +7

    አሜን(3)⛪️⛪️⛪️💒🥰🥰🥰ዝማሬ መላክት ያሠማልን

  • @user-xb7lq4rc5v
    @user-xb7lq4rc5v 2 ปีที่แล้ว +5

    Blxti mezmur kem kulu mezamuratnan kale egzabhernan ❤💒✝️❤❣🙏🏻🌿🍀😍👏👏👏!

  • @lme5630
    @lme5630 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይይይይይይ ኣነስ ስም ማርያመይ ውዳሲኣ ክሰምዕ ከለኹየ እየ ዝሑጎስ ደሥሥስ ክኣ ይብለኒ ብሓቂ ጡዑም ዜማ ዘለዋ መዝሙር አያ ክም ናይ ቀደም ዜማ ትጥዕም ሰሚዐ ምጽጋባ ሲኢነ ጸጋ የብዝሓልኩም ኣሜን

  • @robeltekle8094
    @robeltekle8094 2 ปีที่แล้ว +7

    ዘማሪ መላአኽቲ የስማዕልና🙏ኦርቶዶክስ ንዘላለም ትንበር አሜን አሜን አሜን

  • @binyjr.5652
    @binyjr.5652 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏 ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና🙏🙏🙏

  • @meronwaldeamlak8710
    @meronwaldeamlak8710 2 ปีที่แล้ว +3

    ተመስገንካ ኣቦይ መዓረይ ኦርተዶክስ ተዋህዶ ጌርካ ዝፈጠርካኒ

  • @user-sv9wp6ls9g
    @user-sv9wp6ls9g 2 ปีที่แล้ว +7

    እልልልልልልል ኣሰይይ ዝማሬ መላእኽቲ የስማዐልና 🥰🥰🥰

  • @hbntiertra6854
    @hbntiertra6854 2 ปีที่แล้ว +30

    ኣዝዩ ደስ ዘብል መዝሙር እግዚኣብሄር ጸጋኡ የብዝሓልኩም " ክፈልጠኪ ካብ ዘይክእል፡ ይተፈኒ 'ለ ህይወት" እዚኣ ፓርት ግን ኣይተርድ'ኣትንን

    • @robelkebreab8000
      @robelkebreab8000 2 ปีที่แล้ว +4

      Kem zteredetni tekoynu kfelteki zeykiel tekoyenes ytrefeni mnbar maletom yom (ytrefeni le hiwet) hiwetey key dahanet titref natey rdeit eyou gin

    • @eyerusendriass8191
      @eyerusendriass8191 2 ปีที่แล้ว +22

      ምሕታት ጽቡቅዩ ክቡር ሓወይ/ሓፍተይ፡
      ክፈልጠኪ ካብ ዘይክእል ይትረፈኒ'ለ ሂወት።ክብሉ ከለዉ ኸኣ እታ ዓለም ቅድሚ ምፍጣራ ኣብ ሕልና እግዚኣብሄር ዝነበረት ን ኣዳም ተስፋኡ፡ንነብያት ትንቢቶም፡መቖምያ ቅዱሳን ን እግዚኣብሄር ወልድ ኣደ ዝኾነት ን 30 ዓመት ምስ ጎይታ ከርተትን ምረትን ዝረኣየት፡ ኣይፈልጣንየ እንተድኣ ኢልና ብዛዕባ ነብያት፡ ቅዱሳን ኣቦታት፡ ተስፋ ኣዳም ብዓቢኡ ብዛዕባ ክርስቶስ ንፈልጦ ነገር የብልናን ንብል ኣለና ማለትዩ። ከምዞም ናይ ዘመንና መናፍቓን።
      ብሕጽር ዝበለስ ካብ መናፍቕ ዝኸውን ይትረፈኒ ኢለ ሂወት ንብል ኣለና ማለትዩ ምንፍቕና ዘልኣለማዊ ሞት ስለዝኾነ።
      ስብሃት ንእግዚኣብሄር
      ንወላዲቱ ድንግል
      ንመስቀሉ ክቡር
      ኣሜን!!!።

    • @fkrimisamlak6256
      @fkrimisamlak6256 2 ปีที่แล้ว +3

      @@eyerusendriass8191 kal hiwet yesmana Eyorus haftey tsibuk bzridae melsi hibkyo ane ewin kal hatsiruni neru nkigeltselu Egzabher tsegu yebzhalki zhaftey.

    • @eyerusendriass8191
      @eyerusendriass8191 2 ปีที่แล้ว +7

      @@fkrimisamlak6256 ኣሜን ብሩኸይ/ብርኽተይ።
      ዋላ ኣነ ካብቲ ኹሉ ንፈልጦ ነዘን ውሑዳት ብኽንደይ ኢየ ጽሒፈየን።
      እዛ ቅድስቲ እምነትና ኦርቶዶክስ ንኹሉ መልሲ ኣለዋ፡እቲ ሽግር ናትናዩ፡ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር!!!
      ኣሜን!!!።

    • @abrhaleyweldetnsae6260
      @abrhaleyweldetnsae6260 2 ปีที่แล้ว +3

      ሰላም አምላክ ምስ ኩልና ይኩን ክቡር ሓው/ሓፍቲ ጽቡቅ ሕቶ ኢካ ሓቲትካ ሰኣን ዘይምሕታትና ብዙሕ ኢና ንከስር ክምለስ ናብ ሕቶ ከም ፍቃድ አምላክ ክንፍትን ኣሓዋት ሰብ ቻነል(ነቲ ቃል ኣሳሪኡ ንሱ ክፈትሖ ደስ ይብል ንምባል ) ከኣ ብሰፊሑ ክምሉሱልና ይላቦ ፡*፥ነገረ ድሕነት ካብ ዘይንቅበል ካብቲ ኣዳማዊ ሓጥያት ብዕለተ ዓርቢ ኣብ ቅዱስ መስቀል ውዒሉ ዝተበጀወና ፡ናብ ህይወት ተሰጋገርና ነዚ መሳልል ንድሕነትና ምክንያት ዝነበረት ወላዲተ አምላክ ኢያ ነይራ ነቢይ ኢሰያስ 1፥ 9 ንመልከት ትርጉም ምንባርና እንታይ ፍረ ኣለዎ፥ (ይትረፈና ሂወት፥ ነገረ ድሕነትና ካብ ዘይንቅበል)
      * ብስጋ ነቢርና ብመንፈስ እንተ ሞትና ምውት ኢና ንብሃል ንዘክር እቲ ጥፉእ ወዲ ሞይቱ ነይሩ ትንሲኡ ዝብለና ኣብ ወንጌል ሉቃስ 15፥*(ይትረፈና ሂወት ምውት ብነፍሲ ካብ ንከውን)
      መጣቃለሊ ብስጋን ብነፍስን ኣጣሚርና እንተ ዘይነቢርና ትርጉም ህይወት ኣልቦ ኢዩ ዝከውን ፡ ንክርስቶስ ዝወለደት ኣደ ህይወት ከም ዝኮነት ክሒድካን ከይፈለጥካን ብትዕቢት ምስ ትመላለስ ናይ ስሕተት ስሕተት እዩ ፡ በዛ ንእሽቶ ዓቅመይ ክምልስ ፈቲነ እሞ እመ በርሃን ብኣማልድነታ ቅዱሳን ብጸሎትም ኣይፈለዩና ፡ዝተጋገክዎ በኣፈ ትጉሃን መላእክቲ ይተኣረመለይ
      ስብሓት ለእግዚኣብሄር ልዑል።

  • @samrawitmebrahtu3544
    @samrawitmebrahtu3544 2 ปีที่แล้ว +13

    ዝማሬ መላአክት የስምዓልና ይሕዋተይ ተባረኹ !!! ''ክፈሊ ዘይክአልዲያ ታቦትን ጣኦትን አፈሊአባ ደኣ አምነትን ክሕደት"...... "ክፈልጠኪ ካብ ዘይክአል ይትረፈኒ'ለ ሂወት "

  • @gualorthodoxtewahdo8229
    @gualorthodoxtewahdo8229 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣሰይ ደስ ክትብል ናብ ሰማየ ሰማያት ሒዛትካ ትገይሽ መዝሙር ልብኻ ዘረስርስ ዝማረ መላእክት የስማዓልና 🙏🙏🙏ድንግል ማርያም ትሓልኹም የሕዋተይ 🙏❤️🙏❤️🙏❤️

  • @nigistiwelegbrel2353
    @nigistiwelegbrel2353 2 ปีที่แล้ว +6

    አሜንአሜንአሜን አስተይ ደስስስስ ክብል ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ፫///እመአምላኪ ትባርክልን

  • @user-nj3fn5sc2e
    @user-nj3fn5sc2e 2 ปีที่แล้ว +7

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዕልልልልልልልል 🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ዕልልልልልልልልል ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ዕልልልልልል ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @efremfeshaye8136
    @efremfeshaye8136 ปีที่แล้ว +4

    ብሓቂ ደስ እተብል መዝሙር ፡ ፡ እዝጋቢሄር ኣምልኽ ጸግኡ ይብዝሓልኩም ፍትዋት የሕዋተይ።

  • @mikugulejoni6693
    @mikugulejoni6693 2 ปีที่แล้ว +10

    ዝማሬ መላእክት የሰማዓና ❤️🙏🙏🙏🙏

  • @user-pf4qx4ub8s
    @user-pf4qx4ub8s 2 ปีที่แล้ว +9

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤

  • @Roses_z
    @Roses_z 2 ปีที่แล้ว +8

    ጸጉኡ የብዝሕ....ብሩኻት የሕዋት ዝማሬ ዳዊት ዝተቀበለ ዝማሬኩም ይቀበል...💒♥♥✝💯..

  • @meharijohn2829
    @meharijohn2829 2 ปีที่แล้ว +5

    Zmare Melakti Yesmalna Birukat!!! Misganakum Yebzahayo Egziabher ⛪️💒

  • @user-ki9lg2zn4t
    @user-ki9lg2zn4t 2 ปีที่แล้ว +6

    ዝማሬ መላእክት የስምዕኩም ብሩኻት የሕዋተይ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዝማሬ ገጣምን ዘያምን ሰመረ ሓወይ ብጣዕሚ ዓቢ ስራሕ እዩ እግዚኣብሄር ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ ።

  • @bielulmenkerios5086
    @bielulmenkerios5086 2 ปีที่แล้ว +11

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፡ ብጠዓሚ ደስ ዝብል መዝሙር

  • @E_Y_O_R_S_A_L_E_M
    @E_Y_O_R_S_A_L_E_M 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣሰይይይይይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልል
    ዕልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልል
    ዝማሬ መላኢክት የስምዓልና ብሩኻት የሕዋተይ ብጣዕሚ ሰሚዕካ ዘይትምኖ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ግጥምን ዜማን ቀጽልዎ ድንግል ማርያም ምሳኹም ትኹን።❤🙏😍

  • @arontesfalem5682
    @arontesfalem5682 2 ปีที่แล้ว +4

    ዝማሬ መላአክቲ የስመኣልና

  • @user-ez3qd7cx4f
    @user-ez3qd7cx4f 2 ปีที่แล้ว +6

    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና አሕዋተይ ብጣዕሚ ደስባሃሊ መዝሙር እዩ ⛪️⛪️👏👏👏

  • @tube-me5mo
    @tube-me5mo 2 ปีที่แล้ว +6

    እግዚአብሔር ዝተመስገነ ይኩን ንዓና ንድሕነትና ብመዝሙር፡ብትምህርቲ ዝምህሩ ዝሃበና ደቂ እመ ብርሃነይ ብትሓጓስ እና ነባዕኩ የ ሰሚዐያ ክብሪ ይሃበልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @meramajor3515
    @meramajor3515 2 ปีที่แล้ว +3

    Amen Amen Amen zmare melakti ysmalna

  • @simondawit229
    @simondawit229 2 ปีที่แล้ว +3

    ልብኻ ዘረስርስ መዝሙር፡ዝማረ መልኣኽቲ የስምዓልና።

  • @rahwagezana
    @rahwagezana 6 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ደስ ዝብል መንፈስካ ዘሕድስ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስምዓልና 🙏🙏

  • @bsereke
    @bsereke 2 ปีที่แล้ว +9

    ዝማሬ መልእኽቲ የስምዓልና። ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ኣዕዚዙ ይባርኽ

  • @user-vg3gb6fm9z
    @user-vg3gb6fm9z 2 ปีที่แล้ว +8

    ዘማሪ መላእኽቲ የስማዕልና🙏, ኦርቶዶክስ ንዘላለም ትንበር 🙏

  • @user-he1nd1lj1l
    @user-he1nd1lj1l 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸጉኡ ይብዝሓልኹም ፡ ልቢ ዘጥልል ጥዕምቲ መዝሙር ናይ ርህርህቲ ሕልና ቅድስት ድንግል ማርያም በረከታ ረድኤታ ኣይፈለየና።

  • @MichaelYemane-hn4vc
    @MichaelYemane-hn4vc 6 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ብጣዕሚ መንፈስካ ዘረጋግእ ዝማሬኹም ዝማሬ መላእክት ይግበረልና ብሉጻተይ ኣኣብ ዘላናዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃበና ስደትና ይሕጽረልና ይሕዋተይ ናተይ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @bereketbere4809
    @bereketbere4809 2 ปีที่แล้ว +2

    Zmare melakti yesmalna amen amen amen

  • @user-fm9vt3pq8h
    @user-fm9vt3pq8h ปีที่แล้ว +3

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ዝተቀበለ ዝሜሬኹም ይቀበለልኹም ክቡራን ድቁ እመቤታችን ደቂ ዓዶም ንቅዱሳን ❤❤❤❤❤✝️

  • @kisanetokbatsion2241
    @kisanetokbatsion2241 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን (3)⛪️⛪️⛪️ 🙏🙏🙏❤ዝማረ መላእክት የስማልና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም የሕዋተይ ❤🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️

  • @mahbul615
    @mahbul615 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ ደስ ክትብል መዝሙር ወላ ክሊፓ ፍልይቲ መዝሙር ናይዚ ዓመት❤❤❤❤❤❤

  • @SmilingCherryPie-hz8nj
    @SmilingCherryPie-hz8nj 22 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ብሓቂ ሓይሊ ዝህብ ኣእምሮ ዘረሳርስ ፍልጠት ዘዕቢ ኣደናቂ መዝሙር እግዛቢሄር ሰግኡ የብዝሓልኩም በርከታ ድንግል ማርያም የሕድረልና❤

  • @Trhasgaltewahdo
    @Trhasgaltewahdo 2 ปีที่แล้ว +6

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ ያስመዐልና ፀጉኡ ያብዝሕ ስለ እቲ መዝሙር ናይ መዝሙር ባዓል ቤት ቅዱስ አምላኽና ይኽበር ይመስገን አሜን አሜን አሜን ✝️✝️✝️🤲🤲🤲🥰🥰🥰

    • @rahelgirma2784
      @rahelgirma2784 5 หลายเดือนก่อน +1

      Awe34rt5hgy7u❤❤❤❤❤❤the 5th and !!::

  • @ghsghshjshhs5709
    @ghsghshjshhs5709 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት ያስምዐልና ዕልልልልልልልልልል

  • @eritreagirl9344
    @eritreagirl9344 2 ปีที่แล้ว +2

    KFELI ZEKEAL DYE TABOTN TAOTN EFELI BADEA AMNETN KHDETN MHRETKI MZKAR AMNET EYU NBAELU KIDANKI XLALEY ANTESTEWIELELU AMEN 🙏🙏🙏ZMARIE MELEAKTI YESMEALNA BRUKAT

  • @user-ur5ub1ee3h
    @user-ur5ub1ee3h 2 ปีที่แล้ว +3

    ጥዕምቲ መዝሙሩ ሕማምካ ትፍውሳለኻ ልማዓንቲ ባእታ ማርያም ደስ ኢለኒ ውዒሉ ኣብ ጾለትኹም ዝክርኒ ወላ ውን ትጽልእኒ ኣብ ሕክምና እየ ዝለኹ

    • @selamlove4330
      @selamlove4330 2 ปีที่แล้ว +1

      Mhret yewrdelki fetari haftey natey

    • @user-ur5ub1ee3h
      @user-ur5ub1ee3h 2 ปีที่แล้ว +1

      @@selamlove4330
      🙏ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብረተይ🤗

    • @nadiakifle6088
      @nadiakifle6088 2 ปีที่แล้ว +1

      Imebrhan ade goyta bida tdahsski

    • @user-ur5ub1ee3h
      @user-ur5ub1ee3h 2 ปีที่แล้ว +1

      @@nadiakifle6088
      🙏🙏🙏🙏🙏🙏ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብረት ይሃብልይ ክብረተይ ሕጂ'ስ ፍኹስ ኢለኒ ኣሎ ካብ'ቲ ናይ ብቅዳመይ ዳኣ እግዝኣቢሄር ይመስገን

    • @isaiaswoldetnsae4539
      @isaiaswoldetnsae4539 2 ปีที่แล้ว +1

      @@user-ur5ub1ee3h ኣብዚ ሕጂ ስዓት እኮ ብርግጽ ሓዊኽስ ምሕረት የውርደልኪ ዘይኮነ እንቋዕ ተማሓርኪ ክኸውን ይምነየልኪ። ወላዲት ኣምላክ እመብርሃን ምሳኺ ትኹን።

  • @sendayowlegebrial4195
    @sendayowlegebrial4195 2 ปีที่แล้ว +4

    +++አሜን አሜን አሜን +++
    ጥዑም ዝማሬ ባሓቂ።🕊

  • @evenezer55
    @evenezer55 2 ปีที่แล้ว +16

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ፡ ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልኩም፡ ንበረኸት ኩኑ!

  • @weiniabrahaley908
    @weiniabrahaley908 2 ปีที่แล้ว +8

    ዝማረ መላእክት የስማልና🙏 እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም የሕዋት🙏💒

  • @user-nf7ir2qt6j
    @user-nf7ir2qt6j 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይ ብጣዕም ደሰሰሰ ዝበል መዝሙር ኣዕፅምት ዘለምልም ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መለእክት ያሰመዐልና ክብራተይ በረከትኹም ይክፈለና ፀጋ በረከቱ ያብዘሐልኹም ክብራተይ ድንግለይ ክብር ምሳጋና ይግበአክ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐

  • @user-kt4ly5vx7b
    @user-kt4ly5vx7b 2 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክቡራት አሕዋተይ🍀🍀🍀🌺🌺🌺🌺👏👏👏

  • @NatanyemariyamLij
    @NatanyemariyamLij ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ ክጥዕም ዝማሬ መላኣኽቲ የስመዓልና

  • @teklitzekaryas2063
    @teklitzekaryas2063 ปีที่แล้ว +2

    እልልልልልልል ኣሰይ ካለሂወት የስማልና ከንደይ ደስ ዘበል መዝሙር

  • @mariamey443
    @mariamey443 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና 👏❤

  • @lee9856
    @lee9856 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐ☦☦☦🙏

  • @yorusalem4253
    @yorusalem4253 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ዕልልልልልልል ንበለላ ነዛ ብርክቲ ኣደ ኣደ ጎይታይ ዕልልልልልል ዝማረ መላክቲ የስመዓልና ጸጋኣ ተብዝሓልኩም

  • @user-wd7rk3mz9h
    @user-wd7rk3mz9h 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሰሚዐ ዘይጸግባ ሞዝሙር ልበይ ተርግኣለይ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @user-dw8hc3ev2x
    @user-dw8hc3ev2x 2 ปีที่แล้ว +4

    ዝማሬ መላእክት ያሰማልን የአገልግሎት ዘመናቸውን ይባርክልን አሜን አሜን አሜን

  • @millionghm5358
    @millionghm5358 ปีที่แล้ว +4

    One of my favourite mezmur.
    Friday morning 1.30am UK time.
    ......... Peace 🙏.......

  • @FtCf-qf6so
    @FtCf-qf6so 6 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኸቲ የሰምአልና❤❤❤

  • @nkulugizealewo1074
    @nkulugizealewo1074 2 ปีที่แล้ว +1

    Aseyy semieka zeytxgeb btaiemi des Tibln sehabitn Mezmur sle zekrebkumlna kab lbi nemesgn & zmare melakti yesmealna kulukum yehwat❤️

  • @shewitmulugeta69
    @shewitmulugeta69 2 ปีที่แล้ว +4

    ዝማሬ መላእክቲ የሰምዐልና...🥺🥺🥺😇😇❤❤❤❤❤❤❤

  • @harertachannel6784
    @harertachannel6784 2 ปีที่แล้ว +4

    I cant keep listening ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና

  • @dj_viki1908
    @dj_viki1908 2 ปีที่แล้ว +2

    Wawww ደስ ክብል,,, ሰሚዐ ምጽጋብ ስኢነያ 🙏🙏🙏

  • @Geeztube21
    @Geeztube21 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኤሬትራውያን አሕዋትና ቀፅልሉ

  • @adu141
    @adu141 2 ปีที่แล้ว +3

    ዕልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዕና ብሩካተይ ተባረኩ ብጣዓሚ ኣዝያ ምቅርቲ መዝሙር ሰሚዕ ምምናው ስእነያ😭 🙏🙏🙏

  • @mulueokubay5478
    @mulueokubay5478 2 ปีที่แล้ว +5

    ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና 💒❤️❤️🙏🙏❤️🙏💒💒

  • @titigray1677
    @titigray1677 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሩኽ ኪዳነ ሰንበት ❤🙏💒30/1/202

  • @tadeseamare9544
    @tadeseamare9544 2 ปีที่แล้ว +2

    Zmare melakti yesmalina brukat yehwatey egziabher amlak nay agelguilet zemenkum ybark 🙏 🙏 amen 🙏

  • @GoGo-xk3lr
    @GoGo-xk3lr 2 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኪት የስመዐልና ኪብራተይ

  • @wedierey9270
    @wedierey9270 2 ปีที่แล้ว +7

    So amazing mezmur yehwat God blessed u 🙏❤️🙏🇪🇷

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 2 ปีที่แล้ว

      🙏🏽💒🇪🇷💒🇪🇷❤💒🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @ashenafikabeta5149
    @ashenafikabeta5149 2 ปีที่แล้ว +2

    Kalate ybleye... kndey ytem .... zmare mlakti yasmakum.😇🥰💙

  • @Eritera137
    @Eritera137 2 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyyyyy elllllllllllll zimare melaekti yesmalna birukatey des tibil mezmur❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 2 ปีที่แล้ว

      🙏🏽💒🇪🇷💒🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @alxandertekle2008
    @alxandertekle2008 2 ปีที่แล้ว +4

    Ewayy kitime mezmur huguse ele beka tebarku

  • @timnitnuguse5309
    @timnitnuguse5309 2 ปีที่แล้ว +5

    amazing mezmur may god bless you and keep you in Heaven 🤲💒💐🧏‍♀️🙏👏👏👏👏