ከምዝፈቀዳዮ | ዘማሪት ትርሃስ ገብረእግዚአብሔር

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 1K

  • @ZemenTekhle-dv9gz
    @ZemenTekhle-dv9gz ปีที่แล้ว +49

    ነዛ መዝሙር ትሰመዓ ዘለካ ብስም እምላክናን መድሓኒናን እዮሱስ ኩሩስቶስ ናፍታ ንፈትዋ ዓድናንን ገጽ ስድራናን የብለና

  • @ትግራይመበቆልስልጣነ-ለ9ጘ
    @ትግራይመበቆልስልጣነ-ለ9ጘ 2 ปีที่แล้ว +18

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀግኡ የብዝሐልኪ ❤💛❤💛❤💛🙏🙏🙏💐💐💐💒💒💒

    • @cherkosgebru6525
      @cherkosgebru6525 8 หลายเดือนก่อน

      ትርሓሰይ ዝማሬ መላኣክት የስመዓና ፋጣሪ 🥰🥰🙏🙏🙏🙏

  • @rkrkro5750
    @rkrkro5750 2 ปีที่แล้ว +15

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፅጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር ክብርተይ

  • @elensemere6817
    @elensemere6817 2 ปีที่แล้ว +2

    Zmere melaekti yemealna haftna trhas egziabiyer xegiau yebzehalki

  • @ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ
    @ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍትና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ኣምላክ ይባርከልኪ

  • @عبدعلي-م3خ
    @عبدعلي-م3خ ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማርየ መላክቲ የስምዕና ክብርቲ ሓፍተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Sahartiyoutube
    @Sahartiyoutube 2 ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መልኣክት የስመዐና ሓፍትና እዝኣብሄር ኣምላክ ፀግኡ በረከቱ የብዘሐልኪ 👏👏👏

  • @tesfaawet9897
    @tesfaawet9897 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል መላእክቲ የስማዓልና

  • @fghbhg7454
    @fghbhg7454 2 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ ኣምላክ የስመዐና ኣሜን(3)

  • @semahrhabtemariam8522
    @semahrhabtemariam8522 7 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen eleeeeeee kali hwete yesemna Amilaki yemsgen ❤❤❤❤❤ hafitey natey

  • @asddss7038
    @asddss7038 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና✝️👏

  • @Meku510
    @Meku510 ปีที่แล้ว

    Zemun hiwetki yebarki zemari melkat yesmalina kemzefikedkayo yekun ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @brhanhaylay3294
    @brhanhaylay3294 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሓልኪ ትርሓሰይ መዓረይ🌿💐🌿💐🌿💐🌿💐
    ንዓድና ሰላም ንህዝብና ምሕረቱ የውርደልና እግዚአብሔር አምላክ ስደትና የሕፅረልና🙏🙏🙏

  • @teametesfom123
    @teametesfom123 2 ปีที่แล้ว

    ዝማረ መልኣኽቲ የስምዓና

  • @africapress5784
    @africapress5784 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @berihuhailemariam3301
    @berihuhailemariam3301 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen Zimar melkiti yesmalina Tirhas haftey

  • @wediasmera2700
    @wediasmera2700 ปีที่แล้ว +1

    አልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዚማረ መልኣክቲ የስመኣና

  • @حنينمحمود-ع7ك4ث
    @حنينمحمود-ع7ك4ث 2 หลายเดือนก่อน +1

    Amen❤amen❤amen❤

  • @adhamonkahsay9489
    @adhamonkahsay9489 ปีที่แล้ว

    Amen
    Amen
    Amen
    Amlak Edmen tienan yhabki tirhas habtina

  • @ሰላሜነሽድንግል-ኘ7ቘ
    @ሰላሜነሽድንግል-ኘ7ቘ 9 หลายเดือนก่อน +1

    zmare,melaekt,yesmealna,zyaday,

  • @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ
    @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ ปีที่แล้ว +1

    _ዝማሬ መላእክት የሥመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ ቲተይ💜💚_

  • @Haea-kk2zi
    @Haea-kk2zi ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤

  • @DJTheDJ-im5ru
    @DJTheDJ-im5ru 2 ปีที่แล้ว

    💛❤💛ከምዝፈቐድኻዮ ይኹን ኣምላኸይ ትንሳኣየ ትግራይ ኣርእየኒ ሰላምና ምለሰልና 💛❤💛🙏🏾🙏🏾🙏🏾 ዝማረ መልኣኽቲ የስመዕና ዝሓፈተይ

  • @tesfalemteklehaimanot7540
    @tesfalemteklehaimanot7540 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen amlak edmen tenan yehabki fetarii

  • @Eripride2023
    @Eripride2023 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen

  • @hanaeysu7841
    @hanaeysu7841 ปีที่แล้ว

    Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 ❤️ kali hewat yesimalna

  • @MaMa-cc7ef
    @MaMa-cc7ef ปีที่แล้ว

    መዝሙር መልእክቲ የሰመዐልና ትርሓሰይ ❤❤❤

  • @furtunatsgab6666
    @furtunatsgab6666 2 หลายเดือนก่อน

    AMEN AMEN AMEN❤❤❤

  • @kedishtes6111
    @kedishtes6111 2 ปีที่แล้ว

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @helengebresilasie6182
    @helengebresilasie6182 ปีที่แล้ว

    🙏🙏🙏

  • @WintaWeldeslasie
    @WintaWeldeslasie 8 หลายเดือนก่อน +1

    Elllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllll

  • @ghadi1022
    @ghadi1022 2 ปีที่แล้ว +190

    *ከም ዝፈቐድካዮ ይኹን*
    ከም ዝፈቐድካዮ ይኹን (2)
    ከም ዝሰራዕኻዮ
    ከም ዝመደብካዮ ይኹን
    ከም ዝሓሰብካዮ
    ኣነዶ ኣምላኸይ ፅባሕ ፈሊጠዮ
    ኣነዶ ኣምላኸይ ኩሉ ፈሊጠዮ
    *ንስኻ ትፈልጥ ናይ ፅባሕ ኣምላኸይ*
    *ናባኻ የ ዘምፆ ዘለኒ ጭንቀተይ*
    *ባዕልኻ ሕለፎ ንመነባብሮይ*
    *ከምቲ ትብሎ ኹሉ ጎይታ ይኹነለይ*
    እምነተይ ኣባኻ ዩ ልዑል (2)
    ፍቓድካ ከምቲ ትብሎ ይኹን
    *ኣምላኸይ ኣምላኸይ ስምካ የ ዝፅውዕ*
    *ንዘለኒ ሒዘ ኣብ ቅድሜኻ እነብዕ*
    *ንስካ ኢካ ኢየሱስ ወገን ሕዙን ዉፁዕ*
    *ብዓብይ ምሕረትካ ሃዲእካ ትሰምዕ*
    ዕርፍተይ ሰላም ውሽጠይ ኢኻ(2)
    ኣሚነ ይፅበ ናዓኻ
    *ኣዜ ይፀምኣካ ብብርቱዕ ናፍቖት*
    *ናይ ነገስታት ንጉስ ዎ ጎይታ ናይ ጎይቶት*
    *ኣብ ኢድካ ዝሓስካ ሂወት ኩሉ ፍጥረት*
    *ኣቦ ምንጪ ፍቕሪ ፀግዒ ናይ ድኹማት*
    ተደረር እቶ ኣምላኸይ (2)
    እነሆ ከፊተዮ ቤተይ
    *ፃሓይ ክትዓርብ ክትበርቕ ክትመሲ*
    *ህልውቲ ክትገብራ ነዛ ናተይ ነብሲ*
    *ሃብታም ኣምላኽ እያ ብኹሉ ተሳስይ*
    *መልዓሊ ናይ ውዱቓት ናይ ሕሙማት ፈውሲ*
    ዘላኣለም ንዓኻ ከኽብር (2)
    ፍቓድካ ይኹን እግዚአብሔር
    *ወስብሃት ለእግዚአብሔር*
    *ወለ ወላዲቱ ድንግል*
    *ወለ መስቀሉ ክቡር*⛪🎚️

  • @SameraSamir-q8j
    @SameraSamir-q8j 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @ሶልያና-ዀ4ጰ
    @ሶልያና-ዀ4ጰ 2 ปีที่แล้ว +184

    ከምዝፈቀድካዮ ይኹንከምዝሰራዕኻዮ
    ከምዝመደብካዮ ይኹን ከምዝሓሰብካዮ
    ኣነዶ ኣምላኸይ ፅባሕ ፈልጠዮ
    ኣነዶ ኣምላኸይ ኩሉ ፈልጠዮ
    ዝማሬ መላእክት ያስምዐልና ሓፍቲና ዘማሪት ትርሓስ ናይ ኣግልግሎት ዕድሜክ ያንውሐልኪ ኣብ ቤቱ ያንብርክ❤❤❤

    • @marthabuluts3793
      @marthabuluts3793 ปีที่แล้ว +1

      ❤ ❤❤🕊️🙏🏾🙏🏾🙏🏾🕊️

    • @amlosombrhane375
      @amlosombrhane375 ปีที่แล้ว +1

      💘❤💘🥀🥀🤝

    • @senaitzeray6410
      @senaitzeray6410 ปีที่แล้ว

      🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🤲🤲🤲🤲🤲

    • @filimonbrhane770
      @filimonbrhane770 6 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤🙏🙏🙏

    • @yordanosmehari6340
      @yordanosmehari6340 3 หลายเดือนก่อน

      🙏 🙏 🙏 zmare melaekt yàsmeana fetary

  • @መፃኢትትግራይ
    @መፃኢትትግራይ 2 ปีที่แล้ว +40

    ዝማረ መልኣኽት የስምዓልና ክብርትን ሕፍርትን ትሕትን ፈቃርን ሓፍትና መዛምራን ትርሓስ ! እግዚኣብሔር ፀግኡን ከለልኡን የብዛሓልኪ...ከይ ሰልከና ህዝብና ኣብ እምነቱ ክፀንዕ ንግበር!!

  • @gdhhdj6780
    @gdhhdj6780 2 ปีที่แล้ว +69

    ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመሰገን ንዓኺ ዝሃበና ትርሓሰይ ፍረ ትግራይና ንሰኪ ተዘይትህልዊ መን ክፅናንዐና ነይሩ ክንዲ ሸሕ ኩንልና ጋልነይ ማዓረይ😍🙏

  • @amanueltesfasilasye6420
    @amanueltesfasilasye6420 8 หลายเดือนก่อน +10

    ዝማሬ መላኣክቲ የስምዓልና ዛ ሓብተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ጸግኡ የብዝሓልኪ ከምዚ ከማኪ የሕዋትና ይብዝሓ 🙏🙏🙏

  • @Mashotube-i2v
    @Mashotube-i2v 2 ปีที่แล้ว +24

    እልልል ዝማሬ መለኣክቲ የስመዐና ቲትየይ እግዚአቢሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልኪ ንሕናውን ናቲኪ እግሪ ክንክተል ቅዱስ ፍቃዱ ይክን ቲትየይ ኣብፀሎትኪ ዘክርኒ (ወለተ ፃርቃን)

  • @ዮዳሄንበልዮዳሄንኩሉ
    @ዮዳሄንበልዮዳሄንኩሉ 2 ปีที่แล้ว +12

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ትርሓስ ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኪ ዛሓፍተይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረኽ ኣብ ቤቱ የንብርኺ

  • @ሩፍታልበይኢኪማርያመይ
    @ሩፍታልበይኢኪማርያመይ 2 ปีที่แล้ว +14

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክተ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ቲቲየ ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ🙏✝️⛪️📚🙏🙏🙏💊

  • @selam801
    @selam801 2 ปีที่แล้ว +167

    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ትርሓሰ ሓፍተይ እግዚአብሄር በቤቱ ያፅናሸ
    ለእናታችን ኪዳና ምህረት ወርሀዊ ክብረ በአል እንኳን አደረሰን አደረሳችሁ የተዋህዶ ልጆች

    • @Bሓፍቲንጉሰ
      @Bሓፍቲንጉሰ 2 ปีที่แล้ว +9

      አሜን አሜን አሜን እንኳዕ አሕቢሩ አብፀሐና ዝያዳይ ናይ አዴና ቅድሰት ኪዳነ ምህረት በረከታ ይሕደረና አሜን👏💒

    • @ገነትመቅሌ
      @ገነትመቅሌ 2 ปีที่แล้ว +3

      ዝማሬመላእክትየሰመዐልናትርሓሰሓፍይእግዚአብርበቤትያፅናሸ

    • @rozaalazar8833
      @rozaalazar8833 2 ปีที่แล้ว +4

      @@Bሓፍቲንጉሰ dnigl thelwek aemin

    • @سلامسلام-ه7ث9ص
      @سلامسلام-ه7ث9ص 2 ปีที่แล้ว +2

      @@Bሓፍቲንጉሰ፧ሸጰ

    • @Bሓፍቲንጉሰ
      @Bሓፍቲንጉሰ 2 ปีที่แล้ว +2

      @@rozaalazar8833 አሜን፫ ንኩላትና ትሓልወና ክብረተይ

  • @ShhhHhh-xd1jd
    @ShhhHhh-xd1jd ปีที่แล้ว +5

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ አምላክ የሰማዐልና ክብርቲ ሓፍትና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ShSh-qv8dq
    @ShSh-qv8dq 2 ปีที่แล้ว +19

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ብሓቂ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኪ ይባረክን በርትዕልና አብ ቤቱ የፀንዕኪ 👏👏👏

  • @fuuffgfdfufyhdd
    @fuuffgfdfufyhdd ปีที่แล้ว +15

    ሰሚዐ ዘይፀግቦም መዝሙር ሰላም ነኣእምሮይ ዝማሬ መላእኽት የስምዐልና ክብርቲ ሓፍተይ❤❤❤

  • @Bሓፍቲንጉሰ
    @Bሓፍቲንጉሰ 2 ปีที่แล้ว +14

    ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና
    ክብርቲ ሓፍትና ፀጋኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን

  • @zttgy7054
    @zttgy7054 2 ปีที่แล้ว +172

    ትራሓሰይ ዕንቂ ናይ ኦርቶዶክስ ብጣዕሚ እየ ዝፍትወኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ዝተበረክን ዝተቀደስን ይኩን ህያበይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክት የስመዐልና

  • @alemtigray5324
    @alemtigray5324 2 ปีที่แล้ว +11

    ዝማሬ መልእክት የስመዓልና ሓፍትና እድመን ጥእና ይሃብኪ
    ፀጉየብዘሐልኺ ጥኡምቲ ቃና
    ሽኮሪና ሓፍትና

  • @ሚሊጋልትግራይ-ገ6ዀ
    @ሚሊጋልትግራይ-ገ6ዀ 2 ปีที่แล้ว +33

    ዝማሬ መልእክት ይስምዓልና ፅጓኡ በርከቱ ይብዝሕልኪ ክብርቲ ሓፍትና ትርሓስ ናይ ዘመን ኣገልግልትኪ እግዚአብሔር ይባርከልኪ በርትዒልና ክብርተይ👏👏👏👏👏 💐💐💐💐

  • @ተመስገንመድሃኒኣለም
    @ተመስገንመድሃኒኣለም 2 ปีที่แล้ว +11

    ኣሜን((3))እልልል እልልልል እልልልል
    ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዓልና
    ትርሓስ ሓፍትና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ፀጉኡ የብዘሐልኪ
    ጡዑማት መዝሙር እዮም🙏🙏🙏🕊💞💞💞

  • @serkalem4543
    @serkalem4543 2 ปีที่แล้ว +10

    በስመ ሥላሴ ስላም ስደራ ልዐለ እግዚአብሔር አምላክና ከመይ ቀኒኩም ክብረት ሓፍትና ጸጋኡ ይባዘሐልኪ ልዐለ ፈጣሪ ዝማሬ መላእክት ይስመዓልና አሜን አሜን አሜን

  • @user-kdstizetewahdo
    @user-kdstizetewahdo 2 ปีที่แล้ว +14

    መዝሙር መላእክቲ የስመዐልና ትርሓሰይ ፀጋኡ የብዝሓልኪ ልኡል ፈጣሪ

  • @tesfayfeday3040
    @tesfayfeday3040 2 ปีที่แล้ว +16

    ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ክብርቲ ሓፍትና ዘማሪት ትርሓስ ኣገልግሎትኪ ይባርኸልኪ።

  • @ቲቲሓፍቲገኒሂወተይኢክን
    @ቲቲሓፍቲገኒሂወተይኢክን 2 ปีที่แล้ว +9

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልኪ ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪ ዝሓፍተይ

  • @lulawityemane6784
    @lulawityemane6784 2 ปีที่แล้ว +10

    ተባረኺ፡ በዚ ቅዱስ መዝሙር ክንባረኽ ኣምላኽ ጸግኡ ኣብ ልዕሊኺ የሕዲሩ ዝባረኸና ዘማሪት ትርሓስ። ዝማሬ መላእክት የስመዓልና። ክብሪ ንልዑል ኣምላኽ ይኹን።

  • @ትግራይዓለመይናፈቅ
    @ትግራይዓለመይናፈቅ 2 ปีที่แล้ว +57

    ❤❤💗💗💖💖አሜንንንንንን ተጋሩዋኒ ላይክ ሳከበር ንበሎ ናይ ባዓለና ቋንቋ መዝሙረ ትግርኛ 🙏❤

    • @nahomsocialmediaeritrea7394
      @nahomsocialmediaeritrea7394 2 ปีที่แล้ว +6

      ክንደይ ትሓምቂ'ቲ ኣብ ቃል ኣምላኽ ተጋሩዋኒ ትብሊ

    • @mikalgoitom1166
      @mikalgoitom1166 2 ปีที่แล้ว +1

      ¹yuyu88

    • @yafietbelete
      @yafietbelete ปีที่แล้ว +2

      Ab mezmur kemue aybhaln eyu haftey

    • @SaddsdGsxfg-oi3ut
      @SaddsdGsxfg-oi3ut 5 หลายเดือนก่อน +1

      ተጋሩዋን ኣይባሃልን ማዓረይ😢

  • @አጆናትግራይኩሉካሓልፍእዩ
    @አጆናትግራይኩሉካሓልፍእዩ 2 ปีที่แล้ว +4

    *_ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾_*

  • @hiwet252
    @hiwet252 2 ปีที่แล้ว +8

    ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ትርሓሰይ ፀግኡ የብዝሕ 🤲👏🌹💕🌷💐🥰🤲

  • @awetbereket3570
    @awetbereket3570 3 หลายเดือนก่อน +7

    "እዚ ዝመስል መዝሙር ሰሚዕና ናብ ኣምላኽና ከይንቐርብ፡ንሓድሕድና ብሓላፊ ነገር ክንባላዕ ዘሕፍር እዩ"ኣምላኽ ሰላሙ ይኣውጀልና!!!

  • @Mashog-f4n
    @Mashog-f4n 2 ปีที่แล้ว +32

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂንዝማሬ መልአክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ዘማሪት ትርሓሰይ እግዚአብሔር ናይ አግልጉሎት ዘመንኪ ይባርከልኪ አብ ቤቱ የፅንዕኪ

  • @ምዕራፍጋልቃሺተዋህዶእያእ
    @ምዕራፍጋልቃሺተዋህዶእያእ 2 ปีที่แล้ว +9

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲይ የስመዐልና ክብርቲይ ሓፍትና ፀጉኡ የብዘሐልኪይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ትርሓሰይ

  • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
    @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 2 ปีที่แล้ว +9

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና አሜን እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልኺ ክብርተይ🕊💐

  • @sarhali1760
    @sarhali1760 ปีที่แล้ว +5

    ዝማሬ መላእክት ይሰመዓና ንኩሉከም አብ ሰድት ዘልኩም ደቂ ተዋህዶ ደማ ብሰላም ናብ ዓዲና ይመልሰለና እግዚአብሔር አምላክ ናብ ቤቱ ንክንማላልሰ ድማ ሰናይ ፍቃዱ ይኩን ተዋህዶ ምኳን ተዒደልቲ እዩ ተመሰገን ፈጣሪ ተዋህዶ ገይረካ ዝፈጠረካኒይ

  • @wedi70enderta28
    @wedi70enderta28 2 ปีที่แล้ว +7

    #Tirhas we love you so much!! nay tigrigna mezmur bizuh kisrah alewo... thank u..........

  • @ጋልትግራይ-ዸ8ዘ
    @ጋልትግራይ-ዸ8ዘ 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዛሓልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ቤቱ የፅንዕኺ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ፈቃርሃገሩ
    @ፈቃርሃገሩ 8 หลายเดือนก่อน +2

    Amen(3) zemare melakti yesmalna keberti haftena❤❤❤❤❤❤❤

  • @amanuelangesom1043
    @amanuelangesom1043 2 ปีที่แล้ว +5

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዘማሪት ትርሓስ ክብርቲ ሓፍተና፡ እግዝኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድለልና ዛሓፍተይ።

  • @genet442
    @genet442 2 ปีที่แล้ว +8

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ትርሓስ ሓፍተይ ፀግኡ ካብዚ ንላዕሊ ኣብዝሑ ይሃብኪ

  • @zemarideaconsamsonnegash5941
    @zemarideaconsamsonnegash5941 2 ปีที่แล้ว +62

    የተወደዱ ዝማሬዎች በእድሜ በጤና ይጠብቅሽ ዝማሬ መላእክት ያሰማሽ

  • @birhangebremariyam3954
    @birhangebremariyam3954 2 ปีที่แล้ว +7

    ዝማሬ መላእክቲ የስመመዐልና እግዚአብሔር ኣብ ገዝኡ የፅንዕኺ ትርሓስይ ሓፍተይ ዝፈትወክን ዘክብረኽን ሓፍትና

  • @rigatasrat6060
    @rigatasrat6060 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀጋኡ የብዘሕልኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ 🙏🙏🙏♥️♥️♥️

  • @betelmulu4897
    @betelmulu4897 2 ปีที่แล้ว +317

    ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን ባይገባኝም አንዲት ኢትዮጵያዊ ኦርቶዶክስ ነኝና ሁሉም የኔ ነው 😭😭😭 እግዚአብሔር ይርዳን በሁሉ

    • @tesfayandom7114
      @tesfayandom7114 2 ปีที่แล้ว +1

      🇪🇹🇪🇹👏👏🌷🌷🌷🌷☦🇪🇹🇪🇹🇪🇹🏵🏵🏵🏵🇪🇹🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻🇪🇹🙏🏻 🇲🇱🙌🙌🙌🙌🇲🇱🙌🙌🙌🙌🇲🇱🙌🙌

    • @samuelgebrekrstos4725
      @samuelgebrekrstos4725 2 ปีที่แล้ว +4

      @@tesfayandom7114 p

    • @samuelgebrekrstos4725
      @samuelgebrekrstos4725 2 ปีที่แล้ว

      @@tesfayandom7114 ppl xpp0iioll⁶ft

    • @tsiontesfay3632
      @tsiontesfay3632 2 ปีที่แล้ว +13

      የምን ጦጵያ ነው ደሞ በአለም ሁሉ ኦርቶዶክስ አለች በሁሉም ምድር በየበታው አማኝ እስካላት ድረስ::ምነው በአንድ ቦታ ብቻ ነች እምትሉት ሌላ ኦርቶዶክስ የለም ከጦጵያ ውጭ?

    • @betelmulu4897
      @betelmulu4897 2 ปีที่แล้ว +7

      @@tsiontesfay3632 ከመፃፍሽ በፊት ተረጂ

  • @fkaduasfha9859
    @fkaduasfha9859 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ ምላእክቲ የስምዓልና እግዚአብሔር ጸግኡ ይብዘሓልኪ 💒🙏❤️❤️❤️👏👏👏👏

  • @TiedrosTeklemikael
    @TiedrosTeklemikael 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን(3)🙏🙏🙏 ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክብርቲ ዘ/ትርሓስ ሓፍትና ተባረኺ

  • @lave9644
    @lave9644 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣሰይ ዝማሬ መላእክት የስመዓና ትርሓስ ሓፍትና እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀገኡ የብዛሓልኪ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 👏👏👏

  • @zufankahsay1855
    @zufankahsay1855 2 ปีที่แล้ว +10

    ቃል ህይውት የስመዕልና ዘማሪት ትርሓስ ሓፍትና ፀጋኡ ይብዘሓልኪ

  • @mebratsntayehu8843
    @mebratsntayehu8843 2 ปีที่แล้ว +5

    አሜን አሜን አሜን ውድ እህቴ ትርሀስ እግዚአብሔር ያግልግሎት ዘመንሽን ይባርክልሽ እግዚአብሔር ፅጋው ጤናሽ ያብዛልሽ

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 2 ปีที่แล้ว +7

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኪ ትርሓስ ሓፍቲና ናይ አገልግሎት ዘመንኪ እግዚአብሔር አምላክ ይባርኸልኪ

  • @እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ
    @እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ 2 ปีที่แล้ว +9

    ከም ፍቃድ እግዚአብሔር ይኹን ኩሉ ነገር እምበር እንታይ ዳኣ አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍትና

  • @felegt8066
    @felegt8066 2 ปีที่แล้ว +15

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሐፍትና ትርሐስ እግዚአብሄር ፀግኡ የብዝሐልኪ ♥

  • @shishaykidanemaryam616
    @shishaykidanemaryam616 2 ปีที่แล้ว +16

    አስይይይይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርተይ ሓፍተይ ብጣዕሚ ዘክብረኪ ክፍትወክን ሓፍተይ አነ ናትኪ ክክተል ትርሓስ ሓፍተይ

  • @bareehadesta2162
    @bareehadesta2162 2 ปีที่แล้ว +13

    እልልልልልልልልልዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዘማሪት ክብርቲ ሓፍትና ትርሓሰይ በርትዒልና ካብዙይ ንላዕሉ ክተገልግሊ ምስጢሩን ጥበሉን ይግለፀልኪ ክብርተይ

  • @alemagrmay6052
    @alemagrmay6052 2 ปีที่แล้ว +7

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍተይ ማዓረይ

  • @አነወዲወይን
    @አነወዲወይን 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኽብረት ይሃበልና አምላኽ ወለድና አብርሃም ይስሓቕ ወ ያእቖብ አብዚሑ ሕያው እግዚእነ ይባርኽኪ ሓፍተይ። እግዚኣብሄር ይመስገን ሰለ ፍቕሩ ምረት ጸጋ ትዕግስቲ ርሕራሔኡ

  • @እምነትካብምስማዕእያ
    @እምነትካብምስማዕእያ 2 ปีที่แล้ว +7

    አሜንዝማሬ መላአክት የስመኣና ትርኃስ ሓፍተይ
    ብሓቂ ከም ዝፈቀዶ ይኩን 🤲🤲🤲

  • @dannydanny5739
    @dannydanny5739 2 ปีที่แล้ว +14

    ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ዕድመን ጢዕና ይሃብኪ ደስ ኢሉኒ ብፍላይ ድማ ትግርኛ እዎይ ክፅብቅ ድምፅኺ I am proud of you 🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️💛💛

  • @tamesganamelke4616
    @tamesganamelke4616 2 ปีที่แล้ว +7

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጋ እግዚአብሔር የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍትና👏👏👏👏👏👏
    👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
    🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯
    🍃🍃🍃🍃🍃🍃🍃🍃🍃🍃🍃🍃🍃🍃

  • @gkfidjhh2253
    @gkfidjhh2253 2 ปีที่แล้ว +5

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክብርቲ ሓፍትና ጸጉኡ የብዝሓልኪ ኣብ ቤቱ የጽንኪ እግዚኣብሄር ኣምላኽ 🤲🏻🙏🏻

  • @yetnayetmeleyo7072
    @yetnayetmeleyo7072 2 ปีที่แล้ว +6

    የኔ ቆንጆ ጌታ ፀጋውን ያብዛልሽ ተባረኪ😍😍😍

  • @eteneshweldemariam5919
    @eteneshweldemariam5919 2 ปีที่แล้ว +8

    ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ክብርቲ ሓፍትና እግዚአብሔር አምላክ ብፀጉኡ ይባርኪ

  • @negasitesfaye9978
    @negasitesfaye9978 2 ปีที่แล้ว +10

    አሜን!!!! ዝማሬ መላእኽቲ የስመአልና ብርኽቲ ሀፍትና ትርሀስ ገብረእግዚአብሔር መአር !!!

    • @tesfayandom7114
      @tesfayandom7114 2 ปีที่แล้ว

      Ethiopian 🇪🇹🇪🇹💒💒💒💒🇪🇹👏👏👏👏🇪🇹👏👏👏🇪🇹👏👏👏🇪🇹🙌🙌🙌🙌🙌🇪🇹🙌🙌🙌🇪🇹🙌🙌🙌🇪🇹🌸💮🌸🌼🌼🌼🌼🌼🌼🇪🇹

  • @መሪናፋቂትሰድራኣ
    @መሪናፋቂትሰድራኣ 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ ይሰመዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪ ፈጣሪ

  • @MabelAbrham
    @MabelAbrham 10 หลายเดือนก่อน +5

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ እልልልልልል እልልልልልል እልልልልልልል ዝሜሬ መልኣክት የስመዓልና ናይ ዘበን ኣገልጉሎትኪ ጎይታ ይባርኮ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @eldanaqudus7919
    @eldanaqudus7919 2 ปีที่แล้ว +3

    🙏🙏🙏🙏🙏Amen ♥️♥️♥️♥️💕💕Amen 💕💕💕🌹🌹🌹🌹🌹💒💒💒💒Amen 💟💟💟💒

  • @milye9320
    @milye9320 2 ปีที่แล้ว +7

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ብሓቂ ማዕበል ኣጨኒቁና ምሕረት ላኣኸልና 🙏🙏🙏🙏💔

  • @meriWegerat
    @meriWegerat 2 ปีที่แล้ว +5

    ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ክብርተይ

  • @akillgebre1439
    @akillgebre1439 2 ปีที่แล้ว +26

    ትርሓሰይ!!!!
    ፈጣሪ ይሓግዘና!!!

  • @kidisthaile9990
    @kidisthaile9990 2 ปีที่แล้ว +16

    Amen (3)ዝማሬ ምላአክት የስመዕልና ትርሓስ ፅጋ በረክት ያብዝሕልኪ አግዚኣብሄር 👏👏👏🤲አነ ክማኪ ንፈጣረ ክመስግን አግዚኣብሄር ቅዱስ ፍቃድካ ይኹንላይ 🤲🤲

  • @rahelhalefom1327
    @rahelhalefom1327 2 ปีที่แล้ว +10

    አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና

  • @loveyourenemiesmarat3955
    @loveyourenemiesmarat3955 ปีที่แล้ว +4

    Thank goodness im orthodox 🥰thank to our almighty Lord ❤for protecting us from evil ❤ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ብርኽተይ😇from 🇪🇷🇺🇸

  • @ቅዱስሚካኤል-ቘ1ረ
    @ቅዱስሚካኤል-ቘ1ረ 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኢክት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኪ ትርሓስ ሓፍትና