ዘክረኒ~Zekreni~By Zemari Henok Fikadu~New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2021

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ส.ค. 2024
  • #eritrean orthodox mezmur
    #mezmur2021
    #tewahdo orthodox mezmur
    #2021 new eritrean orthodox mezmur
    #new eritrean orthodox tewahdo mezmur 2021
    #eritrean2021

ความคิดเห็น • 1K

  • @danmussie6142
    @danmussie6142 2 ปีที่แล้ว +1202

    I do not speak Tigrinya but I love the Mezmur and it is peace and I am 8 years old and I live in Canada I love Orthodox Tewahdo......................................................

    • @tsegamahari6861
      @tsegamahari6861 2 ปีที่แล้ว +14

      ♥️♥️♥️♥️

    • @user-me6fk3uc1j
      @user-me6fk3uc1j 2 ปีที่แล้ว +30

      God bless you ✝️🙏❣

    • @onelove_93
      @onelove_93 2 ปีที่แล้ว +25

      God bless you lovely baby

    • @luwamtsige3521
      @luwamtsige3521 2 ปีที่แล้ว +27

      Kemaka ybzhu mukur ftret ❤❤❤❤💒💒💒💒

    • @heruy8274
      @heruy8274 2 ปีที่แล้ว +26

      You should tell your parents to send you to a Tegrena language school.

  • @bini9935
    @bini9935 ปีที่แล้ว +186

    በስምኣብ ወወስድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!
    ❤ዘክረኒ❤
    ከም ምሕረትካ ኢለየ ዝልም
    ንባሪያኻ ጎንታይ ኣይትጨክን
    ወራሲ ክኸውን ናይዘላለም ርእስትኻ
    ዘክረኒ ኢኻ ኣብቲ መንግስትኻ
    ኣዝ.............
    እቲ’ ኳ ክትውለድ ጎይታይ ኣብ መብልዕማል ከብቲ
    ትህትና ክትምህር ሓዲግካ ንሃብቲ
    ፈታሪ ከለኻ መላኺ ዛምድሪ
    ርእስካ ናሕሰርካ ክትህበኒ ክብሪ
    ፍቅርካ ረሲዐስ ኮይነልካ ከታሪ
    ኣዝ.............
    ዘይከም በርጤሜዎስ ኮይነ ልቦናይ ዘይሪእይ
    ሃብታም ድኻ ኮይነ ክስእን ረዳኢ
    ፈውስኻ ሲኢነ መንገዲ ከዕነኒ
    ወዲ ዳዊት ጎይታይ ንዓ መሓረኒ
    ብመንፈስ ዘርእያ ኣዕንቲ ሃበኒ
    ኣዝ.............
    ይቕረ ዝልማዱ እንዲኻ መፍቀሬ ንስሓ
    ዝዋውዕ በደለይ ከምበረድ አጻዕዲኻ
    ታሪኸይ ክትቅይር ናይትማሊ ዛንታ
    ሕሉፈይ ረሲዕካ ከምየማናይ ሽፍታ
    ኣብታ መንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታይ
    *ዘክረኒ(2) ኢኻ ኣብቲ መንግስትኻ(4)*
    ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና፤ ስብሃት ለእግዚኣብሄር ወለ ወላዲቲ ድንግል ወለ መስቀሉ ክቡር።

  • @-haddiszema
    @-haddiszema 2 ปีที่แล้ว +194

    ይሄን መዝሙር ወደድኩት ተባረክ ወንድሜ

    • @ngsti8856
      @ngsti8856 ปีที่แล้ว +5

      አሜን አሜን አሜን

    • @edenaraya6643
      @edenaraya6643 ปีที่แล้ว +4

      የሚደንቅ መዝሙር

  • @abelalemmmm7821
    @abelalemmmm7821 11 หลายเดือนก่อน +52

    "ይቅሬ ዝልማዱ እንዲካ መፍቀሬ ንስሓ" ፡"ዘክረኒ" ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፡

  • @senaitteklehaile8358
    @senaitteklehaile8358 ปีที่แล้ว +184

    I love this mezmur. Orthodox tigrina mezmur is the best. I speak tigrina, norwegian and i am 10 years old, i live in Norway and when i hear the words my heart get's broken. I love this mezmur sooooo much. My heart keeps crying inside. God bless you and everybody else love you. :)

  • @user-wu4tt1li2z
    @user-wu4tt1li2z 11 หลายเดือนก่อน +65

    I can't speak and listen tigrigna but always hearing this orthodox song...and I loved.....by the way iam Ethiopian....the las God bless Ethiopian and Eritrean peoples.....❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-bg2sh6ir7n
    @user-bg2sh6ir7n 2 ปีที่แล้ว +32

    ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኻ ፍቁረይ ልዕሊ 20 ግዜ ሰሚዐያ ብንብዓት የውሕዝ ኣለኩ ልበይ ተንኪፋትኒ😭 ኣምላኽ ኩሉ ግዜ ተጋሊና ተነሲሕና ክንጸንሕ ኣምላኽ ይሓግዘና😭።

  • @user-ex7qy2ig3b
    @user-ex7qy2ig3b 2 ปีที่แล้ว +42

    ኣሜን(3) ዝማሬ መለኣክቲ የስማዓልና ሓወኒ!!! ኩሉ ኣበሳና ገዲፉ ኣብቲ መንግስቱ ይዘክረና።
    ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ኣምላክ ይባርክ።
    የቀንየልና !!!

  • @tirhasabraha3264
    @tirhasabraha3264 ปีที่แล้ว +44

    I love mezmur and God, I am 10 years old live in Portland, OR and I know a little bit of tigrigna. I am Eritrean born in the USA.

    • @natnaelasefaw4606
      @natnaelasefaw4606 ปีที่แล้ว

      Be strong

    • @brhanetekle3413
      @brhanetekle3413 ปีที่แล้ว +1

      God blees you

    • @MnaseGirmay
      @MnaseGirmay 2 หลายเดือนก่อน +1

      And lm 12 years old but l listened tigrigna thats song are very Nice l loved jesus and songs

    • @solnayatube-tx8xn
      @solnayatube-tx8xn หลายเดือนก่อน

      be Strong God help for you

  • @user-wy6mh2vl8m
    @user-wy6mh2vl8m 5 หลายเดือนก่อน +13

    ከምዚ ዓይነት መዝሙር መሃሪ ንክትዝምሮውን ጥዑም ጽቡቅ እዩ። ኣምላክ ኣብ ቤት የምብርካ ዘማሪ ሄኖክ ሓውና

  • @abeleyasu9969
    @abeleyasu9969 2 ปีที่แล้ว +57

    ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ፈጣሪ ባዕሉ በረከቱ የብዛሓልካ ኩቡር ሓወይ

  • @munamu7720
    @munamu7720 ปีที่แล้ว +49

    ልብኻ ዘረስርስ መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ ያስመዐልና ክቡር ሓውና አገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ👏👏👏❤❤❤❤❤❤

  • @lulyosief8024
    @lulyosief8024 2 ปีที่แล้ว +24

    ዝማሬ ዝማሬ ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ፥ ናብ ልብካ ትኣቱ መዝሙር ፥ጎይታና ወዲ ድንግል ኣጎልጉለትካ ይበርከልካ

  • @habtamudoc7534
    @habtamudoc7534 ปีที่แล้ว +11

    በመንገስትህ አስበኝ ❤ የዳዊት ልጂ ሆይ ማረኝ ምህረትህን ነው የምለምንህ፣ በባሪያህ አትጨክን፣
    በጣም የምወድህ ወንድሜ ቃለህይወት ያሰማልን።

  • @TititituHagos-dc7wx
    @TititituHagos-dc7wx ปีที่แล้ว +19

    አዛ መዝሙር ገለ ፉሉይ ስሜት ፈቲራትለ ዘማሪ መላአክቲ የስመኣልና❤❤❤❤

  • @thomasbirhane34
    @thomasbirhane34 9 หลายเดือนก่อน +17

    ትግርኛ ብዙም አልችልም ግን እዚህ መዝሙር ላይ በቃ ከምሰማው በላይ ውስጤን ይነግረኛል
    ለባሪያ ጌታዬ አትጨክን😭😭😭

  • @NatsnetBrhane
    @NatsnetBrhane 4 หลายเดือนก่อน +3

    I am 12 years old and we go to the same church and every Sunday I see you there and I love your mezmur not only me,me and my family ❤️ 😊😊😊😊😊😊❤

    • @fruitsarelife7073
      @fruitsarelife7073 4 หลายเดือนก่อน

      🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️🕊️☺️

  • @selamwollo
    @selamwollo 2 ปีที่แล้ว +71

    I listen to this Mezmur with tears falling.... Thank You and Many Blessings!!

  • @furtunaweldegebriel2180
    @furtunaweldegebriel2180 2 ปีที่แล้ว +41

    Can't stop listening this Mezmur..Edmen tenan yhabka henok hawna❤

  • @𝙖𝙗𝙚𝙡𝙡𝙡𝙡𝙡𝙡𝙡𝙡𝙡𝙡𝙡𝙡𝙡𝙡

    ልቢ ዝሰብር መዝሙር ዘክረኒ ብሓቂ ቃለ ሕይወት የስማዓልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ዝዓበየ ፀጋ የብጻሓካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-pt9wq5bc7c
    @user-pt9wq5bc7c 6 หลายเดือนก่อน +10

    I'm orthodox and I love you're mezmur

  • @biniamweldehiwet561
    @biniamweldehiwet561 ปีที่แล้ว +23

    ሓይሊ ናይ ሰብ እሞ ኣበይ ኣድሒኑኒ ናይ በሓኪ ኣብ ሂወተይ ኣቢ ተራ ዘለዋ መዝሙር ቃለ ሂወት የስመዓል ና ብሩክ ሓወይ

  • @Hana_Yemaryam
    @Hana_Yemaryam ปีที่แล้ว +10

    አሜን በእውነት ለሁላችንም ተስፋ
    መንግሥቱን ያስታውሰን😍ዝማሬ
    መላእክት ያሰማልን ወንድማችን🕊

  • @user-rp1cr6wb7p
    @user-rp1cr6wb7p 4 หลายเดือนก่อน +9

    ሰላም ንዓኹም ይኹን ጴንጠ እየ፡ ነገር እዛ መዝሙር፡ ነቲ ዝሓደክዎ ናይ ኣምላኽ ነገር ክዝክር ጌራትኒ😢😢😢፡ እወ ኣብቲ መስቐል ክዝከር....❤❤❤ሄኖክ ከም ሽምካ ኣምላኽ ይባርካ፡

  • @user-sc8zf2km3n
    @user-sc8zf2km3n 4 หลายเดือนก่อน +3

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

  • @user-rr7le8rx7t
    @user-rr7le8rx7t ปีที่แล้ว +9

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ፀግኡ የብዝሓልካ ኩቡር ሓወይ ደጋጊመ ዝሰምዓ መዝሙር ዘክረኒ ኢኻ😢🤲🙏🙏🙏

  • @DaniDani-bh3hr
    @DaniDani-bh3hr ปีที่แล้ว +9

    ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ኣሜን ኦ ጎይታ ኣብ መንግስትካ ዘክረና ❤❤❤

  • @loveme-kn5rn
    @loveme-kn5rn 4 หลายเดือนก่อน +4

    ከም ምሕረትካ እንበር ከም በደለይ ኣይትኪደኒ መድሃኒየ ኣለም ኣቦይ❤❤

  • @kokobneguse
    @kokobneguse ปีที่แล้ว +17

    ተዘክረነ እግዚኦ በዉስተ መንግስትክ🥹
    ናይ ብሓቂ ልቢ ትሰብር መዝሙር እግዝኣብሔር ኣምላክ ይባርኩም❤

  • @abosaud3659
    @abosaud3659 3 ปีที่แล้ว +14

    አሜን አሜን አሜን ናይ ብሓቂ ዝማሬ መልኣክት ይስመዓልና ኩቡር ሓውና ጸጋ የብዝሕ ልብካ ዝሰብር መዝሙር ናይ ብሓቂ 😥ጎይታ ብምሕረቱ ይዘክረና አሜን

  • @filiposhaile7738
    @filiposhaile7738 2 ปีที่แล้ว +66

    I can't stop listening my beloved brother GOD BLESS YOU TILL THE END OF YOUR LIFE

  • @chicco101
    @chicco101 2 ปีที่แล้ว +25

    ዝማሬ መላኣክት የስመዓልና ጸጉኡ ወሲኹ የብዛሓልካ እመቤቴ ትባርኽኻ ሓወይ

  • @edeng.kesete3747
    @edeng.kesete3747 2 ปีที่แล้ว +19

    Such a beautiful memzur. Glory to the Alimighty Lord!!! Forgive us for our sins. Oh Lord Jesus Christ Remember me in your kingdom!!🙌🙌🙌

  • @zufanbayray899
    @zufanbayray899 2 ปีที่แล้ว +8

    ብጣዕሚ ልብካ እልትትንክፍ መዝሙር ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክት የሰምዐልና ሓዉና ፀግኡ የብዝሐልካ ብሓቂ እግዚአብሔር ልቦናና ይሓድሰልና🙏🙏🙏💒♥💦

  • @millionghm5358
    @millionghm5358 ปีที่แล้ว +12

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
    ኩቡር ሓዊ ጸግእ የብዝሓልካ ፈጣሪ!

  • @kusu8855
    @kusu8855 2 ปีที่แล้ว +22

    ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ወንድማችን ፀጋው ያብዛልህ!!!

  • @filmonmebrie460
    @filmonmebrie460 2 ปีที่แล้ว +23

    Am so obsessed with this amazing and emotional mezmur Thanks our blessed brother!

  • @Herojero669
    @Herojero669 ปีที่แล้ว +10

    I can't stop listening that hymn or songs still now God bless Orthodox church and people ❤❤❤

  • @user-rw3qx8kh5q
    @user-rw3qx8kh5q 11 หลายเดือนก่อน +22

    I am orthodox from Ethiopia, I don't fully understand your language but I do understand the spirit of the mezmur. Thanks you so much, a lot of love from Ethiopia 😍😍😍

  • @user-gq5gx4iq9c
    @user-gq5gx4iq9c 2 ปีที่แล้ว +11

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር የሕዋተይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤

  • @mebratsntayehu8843
    @mebratsntayehu8843 3 ปีที่แล้ว +12

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያስማልን ለሁላችን ውድ ወንድሜ መምህር

  • @user-yu3tl2ic7t
    @user-yu3tl2ic7t ปีที่แล้ว +3

    እውነት ቃለ ህይወት ያሰማልን. ግጥሙን ብዙም ባልሰማው ተመችቶኛል አዋሪያወች እግዚአብሔርን ፯፪ቋንቋ አመስግነውታል. ቃለ ህይወት ያሰማልን በቤቱ. ያፅናክ

  • @pomgeremew9190
    @pomgeremew9190 2 ปีที่แล้ว +48

    I cant listen the language....but it really touched my heart concept wise.....love from Ethiopia.....may God bless u dear brother.

  • @bhlnanber3920
    @bhlnanber3920 ปีที่แล้ว +10

    ናይ ብሓቂ አዕጽምቲ ዘጥልል መዝሙር ፡ እግዚአብሄር ኣጎልጉሎትካ ይባርክ ።

  • @teshometesfaye2088
    @teshometesfaye2088 2 ปีที่แล้ว +4

    ዘክረኒ ኢኻ ኣብታ መንግስትኻ ብኡነት ከም ምሕረትካ ዘክረኒ ዘመረ መላእክቲ የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልካ ሓውና ኣሜን

  • @user-zm9qs5jo2o
    @user-zm9qs5jo2o 2 ปีที่แล้ว +28

    Любимый брат, пусть Бог благословит тебя!

  • @mulugetaseyfie5553
    @mulugetaseyfie5553 2 ปีที่แล้ว +94

    Ur touching mezmurs should also include ur Orthodox brothers and sisters from Ethiopia. Please make even subtitle in Amharic so that we could understand it
    God bless u my Eritrean brothers.😊🙏

    • @edenz7956
      @edenz7956 2 ปีที่แล้ว +2

      You are right brother I hope he will do that

  • @rahelnegga9180
    @rahelnegga9180 4 หลายเดือนก่อน +1

    I'm proud of being orthodox tewahdo.I loved this mezmur and listened to it all the time.God blessed us all🤲🤲🙏🙏❤❤❤❤

  • @filimongebremichael8712
    @filimongebremichael8712 3 ปีที่แล้ว +35

    I'm proud of you Heni hawey ❤ Keep Up the good work 💯 n God Bless You 🙏🙏🙏

  • @yesyoucan3007
    @yesyoucan3007 3 ปีที่แล้ว +25

    ዝማሬ መላእክት፡ ልብና ዝስበረሉ፡ ኣምላኽና ዝምለኸሉ ዕድመ ይሃበና።
    *ንዘማርን ዳሪክተርን ትዕዝብተይንን ምኽረይን ከካፍለኩም*
    'ዛ መዝሙር በኣጋጣሚ ብቪስቡክ ዘወር እዳበልኲ'የ ጎፍ'ላትኒ። መቸም ሓቂ ትሓይሽ ንዂላ ክሰምዓ ኳ ኣይከኣልኩን ድየ፡ ኣብ መንጎ መንጎ ግን ይሕልፍልፍ እዳበልኩ ክርኢ ፈቲነ። ከይትግረሙ፡ ሓደ ሓቂ 'ሎ ኣነ ዝጥቀመሉ ከካፍለኩም። መቸም ኣብዚ ግዜ'ዚ ምስ 'ዚ ዘሎ ምዕባለ ዓለም፡ ማለት ምስ'ዚ ተክኖለጂ ክሳዕ ጥርዙ በጺሕዎ ዘሎ፡ ብእኡ መንጽር ከኣ መዝሙራት ዝፈርዩ ዘለዉ እብዛ ይዝርጒሑ ብምህላዎም ፍሉይነት ትርኢ። ኣብ ዋንነቶም ክትኮር ግን ዝምችእ ኣይኮነን'ዚ እዋን። ኣብዚ ንተዓዘብቲ ማለት ንውልቀይ ብየዕንተይ ኮነ ይእዛነይ ምሉእ መንፈሰይ ይህዲአ ክካታተሎ ዓቅልን ሓይልን ይስእን። ኣብዚ ሕማቕ ርዲኢት ከይትሕዙ ሓደራ ኣንበብቲ ሓሳበይ ሓዝዎ።
    ሕጂ ነቲ ክብሎ ዝደሊ እዳብራህኹ ክኸይድ ተጸመሙኒ። እዚ ክብል 'ከለኹ ግን 'ት ጸገም ናተይ ዘይኮነስ ናይ 'ታ መዝሙር ተሳተፈቲ ኣካላት ኮይኑ ይስምዓኒ። ብኸመይ?
    ግርም፡ 'ዚ ክብል ከለኹ ኣብታ መዝሙር መን መን'ዮም ተሳቲፎም፧ መን'ዩ ነታ መዝሙር ውሕስነታ ኣረጋጊጹስ፡ ክትዝርጋሕ ፈቒዱ፧ መን'ዩ 'ቲ ቀንዲ ኣላዩኣ ኮይኑ ዘሎ፧ 'ቶም ተሓገገዝቲ ማለት ምስጋና ተዋሂብዎም ዘሎስ፡ ኣብ ግጥሚን ዜማን ጥራይ ድዮም ሓጊዞም፧ ዶስ 'ታ መዝሙር ብዂላ ምስ ተዛዘመት'ውን ደጊሞም ሪኦማ'ዮም፧ ኣይፋሉን፡ ኣጸጋሚ ስለዝኮነ ገሊኦም ክርእይዋ ኣይከኣሉን፡ ብእኡ መንጽር ነዚ ተረዲኢና ብዘለዎ ዓቕሚ ዳይሪክተር ክኣልያ ኣፍቂድናን ክትዝርጋሕ ድማ በቒዓ ክትብሉ'ውን ትኽእሉ'ኹም ዝብል ሓሳብ ይመጽኣኒ'ሎ። መኽንያቱ ብፍላይ ኣብዚ ግዜ'ዚ ቀንዲ ኣብ ሓደስቲ ትግርኛ መዝሙር ክሰምዕ ምስዝደሊ ኣቀዲመ ናይ መን ቤተክርስቲያን መዝሙር'ዩ፡ መን'ዩ ኸ ዳይሪክተርን፡ ተሓጋጋዚ ምስጋና ዝውሃቦም ዘሎ'የ ዝርኢ ። :-)
    👉 *ንዘማራይ*
    እሺ፡ ኣብዛ ግጥሚ ናይዛ መዝሙር ትሕዝቱኣ ዓቕሚ ስለዘይብለይ ክትንትን ኣይክእልን። ንዜማ ብእኡ መንጽር'ውን ብዙሕ ክብል ዘደፋፍኣኒ ዝብሎ ምጸሓፍኩ ኣይፈቅድን። ግን ሓጺር ብዓልኻ ዘማራይ ስለዝዘየምካያ ክሕልፈልካ ዘሎኒ መልእኽቲ 'ዚኣ'ያ። "ይእዛንካ ነቲ ክሰምዕኦ ዝውዕላ'የን ዘፍርያ መዝሙር'ሞ፡ ትሰምዖ መዝሙር ኣዝዩ ተራ ከምዘለዎ ክስቖረካን፡ ንተውጽኦም ዜማታት ድማ ጥንቓቐ ክትደፍኣሎም ምሕጸንታይ ይልግሰልካ"። ኣብ ካልእ ንዳይሪክተር ክሕልፈሉ ይፈትው። ንዓኻ'ውን እጃም ናይቲ መልእኽቲ'ዩ'ሞ፡ ቀጽል ክተንብብ ይዕድመካ።
    👉 *ዳይሪክተር*
    ንዘሎካ ዓቕምን ተወፋይነትን ሓቦን ገይርካ ክትሰርሖ ዘብቅዓካ ጽቡቕ ተበግሶ'ዩ'ሞ፡ ክትቕጽሎ እምሕጸነካ።
    ሓጺር ነጥብታት ክሕልፈልካ ዝደሊ፡ ዘማራይ ዘዘውትሮ ዘሎ፡ ኣብ ርእሱ ነቕነቕ፡ ነውነጆን(ዓይነት ሸብሸቦ) ገይሩ ዝጥቀመሉ ክትሕልፎ ዘይተጸበኽዎ'ዩ። ጸገም የብሉን ትብል ቃል'ኳ ኣብ ኲሉና ድያ ሰሪጻ ዘላ፡ ግን ፍሉጥ'ዩ 'ዚ ኣካያይዳ ድሕሪ 10 ዓመት መንፈሳዊ መዝሙራትናን፡ ዘመርትኦምን ዝጥቀምሎም ዘለውን ቅዲ ክቕየር ምዃኑ ንምግማቱ ብሩህ'ዩ።
    ክብለካ ዝደለኹ ሓሳብ'ዶ ምሓዝ ሲኢንካኒ ትኸውን ይቕሬታ። በዚኤን እዳርኣኻ ድሕሪ 10 ዓመት እንታይ ክፈርዩ ምዃኖም ብትዕዝብትኻ ተገንዘቦ።
    👉 1:32 -36 ኣብዚ ጸናጽል ከሕዝ ምስተገብኦ፡ ወይ ድማ 'ዚ ዘዘውትሮ ዘሎ ቅዲ ክቊረጽ ነይርዎ።
    👉 2:20 -23 ❓ንዘላ ዜማ ኣሰካፊትን፡ ኣስጋኢትን'ያ።
    👉 3:18 -26 'ዚ ነውነጆ ዝብል ዘሎ ርሕሱ/ ኩሉ ዝጥቀመሉ ዘሉ መንኮብ..ወዘተ ብናሃቱ ኣይኮነን ይዕንቱ ካልኦት ዘመርቲ ስለዝርኣየ'ዩ። 90%
    👉 3:33 ነዛ ብቲክቶክ ንርእያ ዘሎና ስእሊ ብዋንኣ ውሑስነታ ዘረጋገጽክምዎ 'ተኾይኑ ዝተመርጸ'ዩ። መኽንያቱ ኣውጽእዎ ካብዚ ናትኩም መዝሙር ክትብል'ውን ርዱእ ወናኒት ስለዝኾነት።
    👉 4:54 'ዚ ስእሊ'ዚ ምጥቃምኩምስ ካልእ ብናይ ቤተክርስቲያና ሕጉን፡ ስርዓቱን፡ ደግማኡን፡ ትውፊቱን ከይጠምዘዘ ተኸቲሉ ዝስአል ስእሊ ኣድህኖ ዶ ሲኢንኩም ኮይንኩም?
    *ምኽሪን ተገሳጽን*
    ኣብ መጨረሽታ እታ ክራር ዝጥቀመላ ዘሎ ዘማሪ ኣሰራርሓኣን፡ ቅዳን ናይ ቤተክርስቲያና እንተኾነት'ውን ዝተመርጸ'ዩ። 'ዚ ስቕ'ልካ ንመጸበቂ ሕብሪ ወዲ ሕብሪ ለኻኺኻ/ ቅዲ ገይርካ ፋሽንያ 'ልካ ንንዋያተ ቤተክርስቲያና ብካልኦት ጥምዙዛት ንዋያት ክተላማሙድና ምድላይ ክቅቡል ኣይኮነን። ድምጻ ምቊር ድዩ ኮይንልኩም? ያላ ኣብ ካልእኣ ትስራሕ!።
    *ለበዋ*
    በጃኹም! ንዘሓልፍ ኣብ መዝሙር ዘሎ መልእክቲ ብኹሉ ማሕዝኑ ክንርእዮን፡ ክንመምዮን ምሕጸንታይ ይሕልፍ።
    *ካልእ ንኣፍልጦ ዘደንፍዓካ/ ንዘማራይ ከውቕሶ ዝጸነሐ*
    ናይ ዲያቆን ኣቤል ይባቤ መዝሙራቱን/ ይቕሬታ/ ቤት ዘፍቅሩኒ/ ዝብላ ራኣየን
    ሓደስቲ መዝሙራት በረኸት ትኩእን/ ኣብነት፥- ቀያሪ ታሪኸይ ርኣያ
    ካልእ'ውን ዘመርቲ ብዙሓት ክህልዉ ይኽእሉ'ዮም በዚ ግን ዘማራይ ዝተጠቀመሉ ምዘን።
    ክሳዕ 'ዚኣ ከይሰልቸወኩም ስለዘንበብኩም የመስግን። ኣብ 'ዛ ጽሑፍ ቃላተይ ድፍረት ክህልውዎም እምንቶይ ብምዃኑ ይቕሬታ እብል። ንዝተረፈ እግዚኣብሔር ዕድመ ወሲኹ፡ በረኸት ድንግል ማርያም፡ ቅዱሳን ኩሎም ኣፍሲሱ ወትሩ ምሳና ይኹኑ። ኣሜን!

    • @meronhabtemariam4169
      @meronhabtemariam4169 2 ปีที่แล้ว +1

      እተን ክትበን ዝጸናሕካ ርእይቶታት ኩለን ክርእየን ጸኒሐ፡ ተገዳስነትካ ኣድኒቐዮ። እተን ርእይቶታት ዘማሪ/ ዓየይቲ ናይ'ዛ ስራሕ ጌግኦም ኣብ ቀጻሊ ክእርምዎን ኣዕዚዞም ክሰርሕሉን ተስፋ ይገብር። ኣይኮነን ብሰላም እንተ ኣጽኒሕና መዝሙራትና ድሕሪ 20 ዓመት ዝህልዎ ምስሊ ርኢኻ ኣዝዩ የፍርሃካ።

    • @fevendawitasfaha2651
      @fevendawitasfaha2651 2 ปีที่แล้ว

      Enjera ezgi blae hawey natey amlak sle zbrhalka eyu teqlala kabti yariedawi mezmur nay orthodox tewahdo mezmur a wetseu eyu zelo emo lbi yhabena. Yhwatey etom nseme kea neznna sle zteberho nlbna aynshefto hadera ayen eyu ksema zelewo nfelet emo nehawna nngero nsu wen bzeyflat geyrewo kkewen sle zkel kmeharelu metan ane wen yqrieta defire keykewen.

    • @habtomtsgay8895
      @habtomtsgay8895 2 ปีที่แล้ว

      Btami xubuk rito iu nihna zbezahna semaeti aflito sle zwhdena kab amen zmare melakt halifna nixihfo yeblnan kemzi kemaka fltet zelewo seb hasabu kigelix kelo gn netom mezamran mearemta neana semaeti kea tmrti iu mo keyselcheweka ritoka bmixhafka msganana wesen yeblun , kemzi natka rito enterekebku ntimrti zkoneni ele deliye mo eza natka rekibeya thank you so much

    • @sabiti-werede6519
      @sabiti-werede6519 2 ปีที่แล้ว

      Hawey kula ksema aykealkun enda ahlefku ye rieya ilka aleka mesleni nmntay ika enda ahlefka rikayo neaka zedlyeka beti nay nsha mezmur lbka teseru hiwetka ktqyr endiu eti mezmur kal amlak endiu nmntay ke nska neti kal amlak tkorarxo nmntay enda ahlefka semikayo beti nay nsha mezmur ktmles dika semikayo weys kone ilka atika rieto kthb ilka ika enda ahlefka semikayo
      Kndzi rito txhf tekonka kea kab nay henok nlali bulux srah kabaka kxbe ye
      Kem dfret kea aytqxereley sorry

    • @sabiti-werede6519
      @sabiti-werede6519 2 ปีที่แล้ว

      @@fevendawitasfaha2651 entay u ba eti ksma zeyblu eske ngerena abti kal amlak zkone mezmur entay gega alo diu

  • @fritzbonar0609
    @fritzbonar0609 ปีที่แล้ว +10

    God bless Africa - salam dari Jakarta, Indonesia

  • @DawdDadf-ke4fy
    @DawdDadf-ke4fy 5 หลายเดือนก่อน +2

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ❤❤❤

  • @nameit2690
    @nameit2690 2 ปีที่แล้ว +12

    I can't stop listening this gospels song. God bless you 🙏

  • @user-vl9vo9cs4u
    @user-vl9vo9cs4u ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ስላሴ በመንግስቱ ያስብልን።

  • @liyaabraham8881
    @liyaabraham8881 2 ปีที่แล้ว +6

    AMEN 🙏🙏🙏 ZMARE
    MELAEKT YESMIALNA
    tebarek hawey 😇🙏😇
    AB ETIMEXIE MENGISTIKA
    ZEKIRENI GOYTAYEY
    😢🙏😢😢🙏😢🙏😢
    🙏😢🙏😢🙏😢🙏😢

  • @user-yz6tf5mv1r
    @user-yz6tf5mv1r 3 ปีที่แล้ว +21

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና! ውህደት ምስሊ ሓሳባት ቪድዮ ብቐሊሉ አብ ልቢ ሰብ ይአትዉ ብሓደስቲ ዝማሬ ክትመጽአና ውን ክንጽበ ኢና ክቡር ሐው።
    ዘማሪ ዮናስ ገብረኪዳን።

  • @jordina7769
    @jordina7769 ปีที่แล้ว +11

    I can't get enough listening, ❤

  • @samraykidane4574
    @samraykidane4574 2 ปีที่แล้ว +7

    I can't stop listening this mezmur......amlak ybarkika

  • @jordina7769
    @jordina7769 ปีที่แล้ว +9

    touching deeply, amazing lyrics, the all package. & makes me cry none stop. ( Remember me when ur kingdom come) bless

  • @tesfutsegay9236
    @tesfutsegay9236 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን(3) ዝማረ መላእኽቲ የስማዓልና ሄኖክ ሓውና እግዚኣብሔር ኣብ መንግስቱ ይዘክረና ብጣዕሚ ጦዑም ዝማሬ እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ

  • @filmonbeyene6477
    @filmonbeyene6477 14 วันที่ผ่านมา

    ካብ ሓሶት ሂወት ኣውጸኣኒ አዚ ዝስማዓኒ ነብሰ ምትሓት ኣጥፈኣለይ ብሓይሊ ኣብ መንፈሰይ ኣቲካ አዛ ጽምዋን ዘይ ዕጋብነትን ዝስመዓ ሂወትየ ቀይራ ባርካ ኣምላኸይ ✝️🛐❤

  • @noahkifle3034
    @noahkifle3034 6 หลายเดือนก่อน +2

    ካብ ፍትወት ደርፊ ዘዉጽኣትኒ መዝሙር, በርትዑ ኣሕዋት.

  • @Erigerekidan
    @Erigerekidan 7 หลายเดือนก่อน +2

    ✍️✍️✍️✍️አሜን ሄኖክ ሓወይ❤❤😢😢 አምላክ ይዘክረና አሜን አሜንንን🥺🥺🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Lola-sk2yj
    @Lola-sk2yj 2 ปีที่แล้ว +11

    I can't help it but to cry..God i thank you for your unconditionally love..
    This is the greatest mezmur henok

  • @teklemehari3696
    @teklemehari3696 4 หลายเดือนก่อน +2

    ደስስ ክብል መዝሙር፣ ዝማሬ መላእክት የስማዓልና

  • @walker6778
    @walker6778 3 ปีที่แล้ว +12

    THIS IS SO TOUCHING...GLORY BE TO GOD...HENI HAWEY AMLAK MSAKA YKUN

  • @user-sy8hs2zj9y
    @user-sy8hs2zj9y 6 หลายเดือนก่อน +2

    ዘክረኒ ኢኻ አብቲ መንግስትኻ
    ደስ ዝብል መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤🎉

  • @user-hx1dl7lu2u
    @user-hx1dl7lu2u ปีที่แล้ว +9

    I will always listen to this song and cry❤❤❤❤❤❤❤😭

  • @user-hi5ib8bc4j
    @user-hi5ib8bc4j 2 ปีที่แล้ว +5

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላክት ያሰማልን 🙏

  • @fifilv7560
    @fifilv7560 2 ปีที่แล้ว +7

    Can't stop listening to this gospel song may God bless us all🤲🤲

  • @azmerazerom5377
    @azmerazerom5377 ปีที่แล้ว +5

    I so obsessed with our blessed
    Brother's Mezmurs❤

  • @eriqlafront5150
    @eriqlafront5150 ปีที่แล้ว +8

    _መንፈስካ ዝምግብ ሰሚዒካ ዘይምኖ መዝሙር ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና ክብር ሓውና_

  • @abebatekeamm.9996
    @abebatekeamm.9996 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸጉኡ በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ኣብ ቤቱ የንብርካ ናይ ኣጎልጎሎትካ ይባረክ ክቡር ሓወይ ልብካ ትትንክፍ መዝሙር ሰሚዐ ኣይሞንነይ ተመስገን🤲🤲🤲

  • @zielundaufgabe210
    @zielundaufgabe210 2 ปีที่แล้ว +16

    ኣሜን ቃለ ሂወት ዝማረ ቅዱሳን ይግበረካ / ና
    ርእቶይ ግን ዜማ ኣዝዩ ናብ ናይ ዓለም ጸርዩ ብዓለማዊ እዝኒ ውን ትስማዕ ኢየ
    ግጥሚ ምሉእ
    ኣከዳድና ፡ጸጉሪ ንሓደ መዓልቲ ጸግሩኩም ክትቖርጹዎ ይግባእ ክትምህሩ ካብ መጻኹም ብጃኩም እዚ መዛሙር ካልእ መልክዕ ይሕዝ ኣሎ ብዙሕ ይቅየር ኣሎ ። እንታይ ኣለዎ ሞት ኣለዎ ይብሉ ወለድና

    • @semariachannel1513
      @semariachannel1513 2 ปีที่แล้ว +4

      ኣቱም የሕዋትና ዜማ ዓለምን ቅድስት ቤተክርስትያንን ዝተፈላለዩ እዮም ርድኢት ዘይብሉ ወይ ጫፋዊ ርኢቶ ኣይንሃብ ንዓያይ ፍረ ምዕያዩ ክንህብ እንበር ክንነቅፍ ብዙሕ ኣይንድለ እዛ ስራሕ ኣዝያ ብልጽቲ ስራሕ ያ ጸናጽል በገና ሻንብቆ እዩ ዘለዋ እንበር ጊታር ወይ ፒያኖ የብሉን ስለዚ ካብ ርኢቶ ሂብና ልቢ ሰብ ላብ ንሰብር ዓየይቲ ንኩን እሞ ኣምላክ ምላሽ ክህበና

  • @farysayem1778
    @farysayem1778 ปีที่แล้ว +2

    ልቢካ ዘረስርስ መዝሙር ዝማሬ ማላእክቲ የስመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልካ ኩቡር ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ👏

  • @meksebarafaine3723
    @meksebarafaine3723 2 ปีที่แล้ว +5

    God bless u, this mezmur give power and peace of mind.

  • @AdeGoita21
    @AdeGoita21 4 หลายเดือนก่อน +1

    It is heart- touching song. Every morning , I listen it. It gives me hope for the future . God bless you bro.

  • @tinsaezetewahdo1565
    @tinsaezetewahdo1565 3 ปีที่แล้ว +4

    Amen Egziabier ab mengistu, mengiste semayat yizekirena !!!
    netom nezi sirah n misirah lalin tahitin enda belikum tegeligilu zelekum Egziabhier xegu yebizihalikum

  • @user-pe8fx2ro4o
    @user-pe8fx2ro4o 5 หลายเดือนก่อน +2

    ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ጸግኡ የብዝሕ ❤❤❤

  • @kedawitgebremariam
    @kedawitgebremariam ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መላክት ይስማዓለይይይ ኩቡሬ ሓወይይይይ

  • @hannatube5918
    @hannatube5918 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መለአክትን ያሰማልን ወንድማችን የአገልግሎት ዘመንህ ይባረከ

  • @danielkifle7173
    @danielkifle7173 2 ปีที่แล้ว +9

    God bless you. I can't stop listening to it.

  • @mariamasmara649
    @mariamasmara649 3 ปีที่แล้ว +5

    ቃል ህይወት የስመዓልና ናይ ብሓቂ ልብካ ዝትክፍ መዝሙር

  • @user-yy2nu2iu8z
    @user-yy2nu2iu8z 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ዝማሬ ❤መላኣክት ❤ የስማዓልና ዘማሬ ሂኖክ ሓዉና ❤ ኣደይ ማርያም❤ ጽላላ ተምብረልና

  • @jordina7769
    @jordina7769 ปีที่แล้ว +4

    Wow ዘክረኒ ተዘከረኒ ኢካ አብቲ መንግዝትካ አብቲ መንግስትካ. ብሐቂ አብኪካኒ

  • @tesfalaabel7852
    @tesfalaabel7852 ปีที่แล้ว +2

    calhiwet jesmana ne amlaag amaniel ken mecsukuno alena
    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏wela kun scilie alena mus oe kun zareb alenna 🙏🙏🙏👐👐ita mezmur ket tum ieja

  • @senaitgrmaiy1218
    @senaitgrmaiy1218 ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መልአኽ የስምዓልና.በረኸቱ ምሕረቱ ይሃበና.🙏🙏🙏

  • @khantaddgh2452
    @khantaddgh2452 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን (3) ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡር ሓወይ ፀግኡ የብዝሓልካ ኣጆካ በርትዕ

  • @yorsalemzeray4482
    @yorsalemzeray4482 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይ ደስ ዘብል መዝሙር ባኣካ ጌሩ ይስመዓና ጎያታ ኣምላክ ይባርክካ ሓወይ ናተይ

  • @user-pq5oc4vf5l
    @user-pq5oc4vf5l ปีที่แล้ว +1

    Kolou mezmur nayta zftiwan zakiberan haymaynotay orthodoxs yefikoura haymaynotay nezalalamm tinbarilayy ❤

  • @hermongere5942
    @hermongere5942 2 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ደስ ትብል መዝምሩ ዝማሬ መልእክቲ ይስማዓልና

  • @guuf6600
    @guuf6600 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን ዝማሬ መላአክቲ ይስመዕና ክቡር ሓውና በእውነት ግጡሙ ሰለ ዝፃሓፍካላና ውን በጣዓሚ እና ነመስግን አንሓና ውን ክናላመዶ ሰለ ነደሊ መዝሙር post አብ ትገብርው ግጡሙ ውን ፃሕፉላና ክብራተይ

  • @yosanatobrhan1212
    @yosanatobrhan1212 3 ปีที่แล้ว +17

    Amen amen zmarie melaket yesmealna❤️I was literally waiting for this memzur for 2 weeks 🥰🥰

  • @gualorthodoxtewahdo8229
    @gualorthodoxtewahdo8229 2 ปีที่แล้ว +2

    ናይብሓቂ ዘክረና ኣብቲ መንግስትኻ ጎይታይ 😭😭😭🙏🙏🙏

  • @TititituHagos-dc7wx
    @TititituHagos-dc7wx ปีที่แล้ว +3

    Can't stop listening this mezmur ❤❤❤❤❤

  • @user-si5ho4uu9r
    @user-si5ho4uu9r 3 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና ክቡር ሄኖክ ሓወይ ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይብዝሓልካ ኣሜን !!!

  • @pietrosmichael7321
    @pietrosmichael7321 2 ปีที่แล้ว +4

    Goita abzihu yibarka , I praise the Lord with your beautiful mezmur

  • @user-jf5ot9yq5q
    @user-jf5ot9yq5q 6 หลายเดือนก่อน +1

    bhaqi amlki tegAu yebzhaleka Amebrhane mesakha tkhune teume mezmur ❤❤❤❤❤

  • @user-im7lp7fm8t
    @user-im7lp7fm8t 2 ปีที่แล้ว +4

    ዝማሬ መላእክት
    ቅሩብ ዜማ ግና ሓገዝቲ ሰባት ግበር ኢካ
    ምኽንያቱ ዜማ ናብ ናይ መናፍቃን ገጹ ዝከደ መሲሉ ብፍላይ ናይ ሕብረት ዝቅበሉ ዘለዉ

    • @ksanetmicheal9075
      @ksanetmicheal9075 2 ปีที่แล้ว

      Ya xbuq Alek bejakum yhwat abti zema mezmur aymesln Zolo slezi nestebhlelu

    • @nattyog3015
      @nattyog3015 2 ปีที่แล้ว

      ኣይትጋገ'ባ ፣ መሳርያ እንተ ተጠንቂቆም እኹል'ዩ ፣ ኣምላኽ ከተመስግን እምበር "ጴንጠ ከይትኸውን" ትጽዕድ ቤተ-ክርስቲያን የላን ፣ የማንካ ጸጋምካ ቁሊሕ ምባል እኹል'ዩ ፣ እንተ ዘየለ "ዝለመድክዎ'ዩ መጽደቂ" ኣይበሃልን !!

    • @nattyog3015
      @nattyog3015 2 ปีที่แล้ว

      ቤተክርስቲያን ኣቲኻ ሕተት ፣ ያሬዳዊ ዜማታት'ውን በብዞብኡ ተፈላልዮም'ዮም !!

  • @user-pg8nt8jp6d
    @user-pg8nt8jp6d ปีที่แล้ว +2

    ዘክረኒ#🙏
    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና.💚