ተመሊሰ ሓድሽ ልቢ ዝማርክ ትግርኛ መዝሙር ዘማሪት ሔዋን ገ/ኣነንያ New Tigrigna Orthodox Mezmur 2023

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ส.ค. 2023
  • #ትግርኛ_መዝሙር #ተመሊሰ #ዘማሪት_ሔዋን_ገ/ኣነንያ

ความคิดเห็น • 1.1K

  • @cnxconnexion3859
    @cnxconnexion3859 10 หลายเดือนก่อน +430

    ኣቱም የሕዋተይ ከምዝኤን ዝበላ ዘመርቲ የሕዋትና ናባርታታዓየን ላይ ሸር ንበለን
    ካብ ሙዝቃ ሼር ላይክ ንብል ናይ ስጋ ቀስቃሲ ናይ ሰይጣን ስራሕ
    ንነብሰና ምግቢ እኮ ንዚ እዩ መዝሙር በጃኹም ናባርታትዓ
    እግዚአብሔር ጥበቡ ያብዛሓልኪ ዘሓፍተይ ❤😘😘😘😘😘😘😘😘😘👍👍👍👍

    • @aximtube6963
      @aximtube6963 10 หลายเดือนก่อน +14

      እሺ በርቱዕልና ኣብ ጎንኹም ኣሎና

    • @musemamilove4519
      @musemamilove4519 10 หลายเดือนก่อน +11

      እሺኒ ብሓቂ ❤❤😢

    • @zemarit_hewan_tube
      @zemarit_hewan_tube  10 หลายเดือนก่อน +34

      Yekbreley ahwatey🙏

    • @Godisgood-yd7xv
      @Godisgood-yd7xv 10 หลายเดือนก่อน +6

      💯

    • @Embaynesh
      @Embaynesh 9 หลายเดือนก่อน +7

      ፦ብሓቂ

  • @zemarit_hewan_tube
    @zemarit_hewan_tube  10 หลายเดือนก่อน +350

    ኣሕዋተይ የክብረለይ ንምብርትታዕኩም ሓፍትኩም ሔዋን ዝብል ዕለት 07/12/2015 ኣመሪቀ እየ እዛ መዝሙር ካብተን ኣልበም ሓደ እያ ኩሉ ኣልበም ድማ ጰጉሜ 1 ክለቆ እየ ምስ ፈጣሪ ፍቃድ ንትገብሩለይ ድጋፍን ሃሳብን ብድጋሜ የቀንየለን🙏

    • @tewahdochannl
      @tewahdochannl 10 หลายเดือนก่อน +7

      ኣሰይይይይይ ኣብ ቤቱ የንብርኪ ፈጣሪ❤❤❤

    • @user-kg7se4qf5c
      @user-kg7se4qf5c 10 หลายเดือนก่อน +9

      ብፅሕፍ እባ ሸር በልልና ክብረተይ

    • @user-dk6ee9eu5q
      @user-dk6ee9eu5q 10 หลายเดือนก่อน +3

      ቀፅልሉ ክብርቲ ሓፍትና ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀግኡ በረከቱ የብዘሐልኺ እግዚአብሄር ኣምላክ ናዘመርኺ የንብርኺ

    • @temesgenamlakey250
      @temesgenamlakey250 10 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤

    • @FgRr-yc1wg
      @FgRr-yc1wg 10 หลายเดือนก่อน +1

      አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዕልና❤❤❤❤❤❤

  • @mebrhitgaldestalovetgray5665
    @mebrhitgaldestalovetgray5665 10 หลายเดือนก่อน +281

    ኣቦይ ኣቦይ መፅየ ተመሊሰ
    ብሕሉፍ በደለይ ንነብሰይ ወቂሰ
    እተዊ ክትብለኒ ገዲፍካ ንኩሉ
    ወላ ከምቲ ባርያ ኣባጊዕ ክሕሉ
    ካብታ ማምቁ ገዛይ ዝወጻኩ ኣነ
    ንፀላኢ ሰናይ ንሕማቅ ኣሚነ
    ሓሶት ከምዝኮነ እቲብርቅርቅታ
    ሎሚ እየ ፈሊጠ ዓይነይ ምስ ተከፈታ
    እቲ ዝሃብካኒ ፍርቂ ሃፍቲ ፀጋ
    ኣቅሪበዮ ኣነ ናብዋጋ ዕዳጋ
    ይሓስቦ ይነብዕ ንሕሉፍ ዘኪረ
    ፀጊበ ይሓድር ንስምካ ዘሚረ
    መልከዐይ የለን ከምቲ ትፈልጠኒ
    ኣሪገ ሸንጊለ ዕዳ በዚሑኒ
    መዕጡቀይ ፈቲሐ ጎቢጠ ብበደል
    መሓረኒ ኣቦይ ፍርድካ ክቅበል
    የብለይን እሞ ካሊአ መጸግዒ
    ፀገመይ በዚሑ ተእወኩ ሰማዒ
    ኣቦይ ፍቀደለይ ካብቲ ተረፍ ባሮት
    ከርሰይ ዓንግለኒ ዓድለኒ ሂወት
    ተመስገን ፀጉኡ የብዝሐልኪ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ኣቤቱ የንብርኪ ልቢ ዝምስጥ መዝሙር 😢

    • @brhantklay4127
      @brhantklay4127 10 หลายเดือนก่อน +3

      👏👏👏👏👏👏👏👏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

    • @musemamilove4519
      @musemamilove4519 10 หลายเดือนก่อน +4

      ❤❤❤❤❤❤❤❤😢

    • @musearayagaltigray8682
      @musearayagaltigray8682 10 หลายเดือนก่อน +4

      ዝማሬ መላእክት የስምዓልና መብርሂታችን ❤🥺

    • @hgf6568
      @hgf6568 10 หลายเดือนก่อน +4

      ዝምሬየ መላእክቲ የስምዕና

    • @temesgenamlakey250
      @temesgenamlakey250 10 หลายเดือนก่อน +2

      Aseyyyy tsega bereketu yebzhalki

  • @user-re9dv8wp3m
    @user-re9dv8wp3m 23 วันที่ผ่านมา +4

    😥😥😥ብጣዕሚ ነብሰይ ስምዒት ዘእትይን መዝሙር እዩ ፈጣሪ ይመልአልክ 🙏🙏🙏

  • @simonabebe-sy8xq
    @simonabebe-sy8xq 9 หลายเดือนก่อน +95

    😢😢😢ልቤን የነካኝ መዝሙር ሁልግዜ አነባለሁ ይህን መዝሙር ሰሰማው😢😢😢😢

    • @user-zd4jf5jr1y
      @user-zd4jf5jr1y 6 หลายเดือนก่อน

      እወነት

    • @zebibwawwwzerzghi5809
      @zebibwawwwzerzghi5809 5 หลายเดือนก่อน +2

      Enme endant 😢😢😢😢

    • @andatgere-8474
      @andatgere-8474 3 หลายเดือนก่อน +1

      My too😢😢😢

    • @tenetgerechal5546
      @tenetgerechal5546 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@andatgere-8474ተየተተተተቸተቸቴተተ።ቸቴቸተቸ።ቸተቸቴቸ።ቼቼቸቸተቸተቸቸቸ።የቼቸቸቸቼቸተ፥የየ።ተደዬቴቸቴቴቴተቸቴቴዬደ።።ደቼተተተተተተተተተተተተቸቸተተተቸተተተተተተ

    • @NsHs-eo3ht
      @NsHs-eo3ht 2 หลายเดือนก่อน

      eny🥺🥺🥺

  • @enate-
    @enate- 10 หลายเดือนก่อน +21

    በጃኩም ናብቲ ቲክ ቶክ ዝብሃል ስደድሎም ክመሃሩ
    ልብካ ዘረስርስ ዝማሪ ሓፍተይ ተባረኪ ዝማሬ መላእክት

  • @ttlove-nk4dl
    @ttlove-nk4dl 9 หลายเดือนก่อน +25

    ዝማረ መላእክት የስማዕልና ናይ አገልግሎት ዘመንኪ ይባረኽ 🙏🇪🇷😪

  • @mahletamanuel1736
    @mahletamanuel1736 10 หลายเดือนก่อน +51

    መግለፂ ቃላት የብለይን ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር ❤❤❤ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐኪ ዝሓፍተይ ❤❤❤❤❤❤

  • @pate840
    @pate840 6 หลายเดือนก่อน +13

    ተባረኩ እንደዚህ ነው መዝሙር ምስጋና አስተማሪ ረጋ ያለ በርቱ የንስሐ ዘመን ያርግልን ፅናቱን ለትግራይ ህዝብ ይስጥልን ❤️🙏🏼

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 5 หลายเดือนก่อน +2

      ስብስክራይብ ታሕብብራኒ ዝያድይ😍😍👏👏👏👏

  • @user-ey2bu7ut1f
    @user-ey2bu7ut1f 9 หลายเดือนก่อน +17

    ልቢካ ትትንክፍ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና😢😢

  • @user-jh5xg8nq1r
    @user-jh5xg8nq1r 10 หลายเดือนก่อน +9

    እንታይለ እሞ ክፅሕፍየ ቃላት የብለይን
    ኣቦይ ኣቦይ መፅየ ተመሊሰ
    ብሕሉፍ በደለይ ንነብሰይ ወቂሰ😢
    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚኣብሔር ፀጉኡ የብዘሐልኪ ጥበቡ ኣብዚሑ ይዓድልኪ ክብርተይ

  • @user-ey1mn3ol6l
    @user-ey1mn3ol6l 9 หลายเดือนก่อน +14

    ልብ ዝነክእ ብሓቂ ፣😢😥 እወ ኽምለስየሞ እተዊ ብለን ኣምላከይ ,ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብርተይ🌺ፀግኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሄር ኣምላክ አሜን

  • @barhanbarhan189
    @barhanbarhan189 10 หลายเดือนก่อน +6

    አሰይ ሂዋነይ ጥዑምቲ ልሳና አነስ ክፈትወኪ
    ዝማሬ መላእክት የስመዐና አቤቱ የንብረና ❤❤❤

  • @samera7354
    @samera7354 10 หลายเดือนก่อน +6

    አሜን አሜን አሜን አሜን ቃል ህይውት ቃል በረከት የስመዐልና ዝማሬ መልእክተ ያስምዕልን ❤❤❤❤❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 5 หลายเดือนก่อน

      ስብስክራይብ ታሓብብርኒ😢👏👏🤗🤗

  • @user-jr1jl6cw7q
    @user-jr1jl6cw7q 10 หลายเดือนก่อน +8

    ብሓቂ ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ክቡርቲ ሓፍትና ብጣዕሚ እያ መስጣትኒ ተሰመዕኹ ተሰመዕኹ ምጽጋብ ስእነያ ደቅሰ ተንስአ እሳ ልበይ ሕዛቶ ዕዝር እላ አምላክ ይምለሰና 😢❤❤❤

  • @user-ne1kp2tc9f
    @user-ne1kp2tc9f 6 หลายเดือนก่อน +8

    ሃምዝይ ልበለ መዝሙር እሞ ለለ ብቃንቃና ንዘስማዕክና ሓፍትና ዘማሪት ሄዋን ብጣዕሚ የመስግነኪ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ቀፅልሉ❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 5 หลายเดือนก่อน

      ስብስክራይብ ገብርለይ ወለለይ👏👏👏👏👏

  • @user-tb9cp6om5m
    @user-tb9cp6om5m 10 หลายเดือนก่อน +11

    መግለፂ ሲኢነልኪ ክብርቲ ሓፍተይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 😢😢😢

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 5 หลายเดือนก่อน

      ስብስክራይብ ታሕብብራኒ ዝያድይ❤❤👏👏❤❤❤

  • @dawitdavedawitdave3796
    @dawitdavedawitdave3796 6 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስማዓና

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 5 หลายเดือนก่อน

      ስብስክራይብ ታሕብብራን ዝያድይ❤❤👏👏👏👏

  • @bemnetnkhu5423
    @bemnetnkhu5423 10 หลายเดือนก่อน +2

    ተባረኪ ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና በርትዒ ጸግኡ የብዝሓልኪ ሓፍተይ

  • @FedFeed-kh8by
    @FedFeed-kh8by 10 หลายเดือนก่อน +4

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሐልኪ ምቅርተይ ብሓቂ አቦይ አቦይ መፂአ ተመሊሰ እግዚአብሔር ናብ ቤቱ ክንምለስ ሰናይ ፍቃዱ ይኩነልና ክቡራት አሕዋተይ

  • @MK-rg1og
    @MK-rg1og 10 หลายเดือนก่อน +9

    ቃለ ሂወት ❤❤❤ ንሂወት ይግበረልና
    ክብርቲ ሓፍትና
    ንአምላኽ ምስጋና ከተዳሉ ከምዚ ብዓቕት ኣበይ ይርከብ አዕጽምቲ ዘጥልል መዝሙር ደስ ዘብል ብሓቂ ደስ ኢሉና ደስ ይበልኪ ዝሓፍተይ።
    ❤❤❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 5 หลายเดือนก่อน

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ❤❤❤👏👏👏👏

  • @Dawit-negash
    @Dawit-negash 10 หลายเดือนก่อน +4

    ዝማሬ መላዕክትን ያሰማልን እህታችን እግዚአብሄር በቤቱም ያፅናሽ 🙏 መረዳት ትንሽ ቢከብደኝም ግን ..

  • @teklemedhane643
    @teklemedhane643 10 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤

  • @aahjsksksk6620
    @aahjsksksk6620 6 หลายเดือนก่อน +5

    😢😢😢😢😢አጥንትን የማለመል ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን ፀጋውን አብዝቶ ይስጥልን እህታችን በርች😢😢😢😢

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 8 หลายเดือนก่อน +4

    Aboy aboy mexe temelise ane wen ❤❤❤😢😢😢🙏🙏🙏

  • @user-dx3th3bm6d
    @user-dx3th3bm6d 10 หลายเดือนก่อน +7

    ናይ በሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክብርቲ ሓብትና❤❤❤❤ ዓጽሚ ዘጥልል

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 5 หลายเดือนก่อน

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ማዓርይ👏😢😢

  • @user-cv2uf1hu7z
    @user-cv2uf1hu7z 10 หลายเดือนก่อน +2

    Berkti haftey zemari melakt yesmealan nay behqi lebka tetnkef mezmur amlk nekulatna nab bitu yemlesena❤😢

  • @elsatewelde7858
    @elsatewelde7858 9 หลายเดือนก่อน +8

    ክንደ ኣቦይ እዝጊ ሂቡኪ ልሳነ ጥሁም ሓጢያትካ ክዝክር ከተስተንትን ንዓለም ፎ ክትብላ ዘኽእል መዝሙር ኡፍፍፍፍ ሓፍተይ ከመይ ተመረጽኪ ከመይ ኣብ ንዑስ ዕድሜኺ ነዛ ዓለም ፈለጥክያ መፈጸምታኺ የጸብቆ ጎይታይ

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 5 หลายเดือนก่อน

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ❤❤👏👏

  • @yohannesnegussie9660
    @yohannesnegussie9660 10 หลายเดือนก่อน +3

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዘማሪት ሔዋን
    ተመሊሰ
    *****
    መልክዐይ የለን ከምቲ ትፈልጠኒ
    ኣሪገ ሸምጊለ ዕዳ በዚሑኒ
    መዕጡቀይ ፈተሐ ጎቢጠ ብበደል
    ምሓረኒ ኣቦይ ፍርድካ ክቅበል
    **

  • @user-kn1ch3ep1u
    @user-kn1ch3ep1u 9 หลายเดือนก่อน +4

    ብሓቂ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ሄዋን ሓፍተይ ፀግኡ የብዘሐልኪ ልነስሀ የብቀዐና ፈጣሪ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @user-me9cy5bn6z
    @user-me9cy5bn6z 10 หลายเดือนก่อน +4

    እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዐና ክብርቲ ሓፍትና ፀግኡ የብዘሐልኺ እግዚኣብሔር ኣሜላኽ መግለፂ ዝሰኣንኹላ መዝሙር ኦ ኣምላኸይ ኣብ ስደት ዘለና ደቅኻ ብሰላም ናብዛ ቅድስቲ ሃገርና መሊስኻ ብንስሃ ተመሪሕና ክንነብር ፍቐደልና😢

  • @swsw5226
    @swsw5226 10 หลายเดือนก่อน +3

    ኣቦይ ኣቦይ መፅየ ተመሊሰ😔🥺
    ብሕሉፍ በደለይ ንነብሰይ ወቂሰ🥺
    ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክብርቲ ሓፍትና ናይ አገልግሎት ዘመንኪ ይባርክ ብርትዕልና🙏💞💜✝️💞

  • @saaa-ht5vs
    @saaa-ht5vs 5 หลายเดือนก่อน +3

    😢😢😢😢 እግዛብሄር ይባርኪ ዛሀፍተይ ዝማሬ መለኮት የስምእልና ምአረይ ንኩላትና ይቅረ በለልና አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤❤❤❤

  • @edenbisratbisrat6612
    @edenbisratbisrat6612 6 หลายเดือนก่อน +9

    ፈጣሪ በረከቱ ይዓድለኪ ምድራዊ ህይወትኪ ዝተባረከ ሓጎስ ዝተመልኦ ዘልአለማዊ ይግበረልኪ 😊

  • @teklemedhane643
    @teklemedhane643 10 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zafuyemaryamlg9737
    @zafuyemaryamlg9737 10 หลายเดือนก่อน +3

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀግኡ በረከቱ የብዝሓልኪ እግዚአብሔር አምላክ❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 5 หลายเดือนก่อน

      ስብስክራይብ ገብርለይ ማአርይ👏👏😢😢

  • @selu1042
    @selu1042 10 หลายเดือนก่อน +3

    ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍትና ኣብ ቤቱ የንብርኪ እግዚአብሔር ኣምላክ

  • @ketemaabebe5235
    @ketemaabebe5235 6 หลายเดือนก่อน +3

    ደስ የሚል መንፈስን የሚያድስ የህይወት ምግብ ---በርቺ

  • @user-pv6dn9gv5s
    @user-pv6dn9gv5s 8 หลายเดือนก่อน +2

    አሜን አሜን አሜን ዝመሬ መላእክት የስመዐልና 🤲🤲🤲

  • @user-kl2mg9wh4u
    @user-kl2mg9wh4u 9 หลายเดือนก่อน +2

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍተይ እግዚአብሔር አምላክ ናብ ቤቱ ይመልሰና 🙏😢

  • @user-ey3mm5ql8y
    @user-ey3mm5ql8y 10 หลายเดือนก่อน +7

    ብጣዕሚ ኣዕፅምቲ ዘረስርስ መዝሙር ጎይታ መድሓኒ ኣለም ዝማሬ ቁዱስ ዳዊት ከምዝተቀበለ ዝማሬኺ ይቀበለልና ንዓናው ዘስተውዕል ልቦና ሓጥኣት ሰርሐ ኣለኹም ክምለስ ዝብል ልቦና ይሃበና ብመገዱ ይምርሓና ጎይታ🤲🤲🤲❤

    • @user-sz7ro4rc1j
      @user-sz7ro4rc1j 5 หลายเดือนก่อน

      ደስባሃሊ መዝሙር ዛሓፍተይ❤❤❤❤

  • @galtigiray8049
    @galtigiray8049 10 หลายเดือนก่อน +3

    ዝማሬ መላአእኽት የሰመዐልና ፅጉኡ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍትና ብሓቂ ልብካ እትተንክፍ መዝሙር ኣምላኽ ናብ ቤቱ የብቅዓና ሰደትና አሕፅሮ ጎይታይ 🤲 🙏🙏🙏😢

  • @sltanmehari1720
    @sltanmehari1720 10 หลายเดือนก่อน +4

    ዝማሬ ቅዱሳንን መላእኽትን የስምዐልና ብርክቲ ሓፍተይ አዚዩ ልቢ ዝትንክፍ መዝሙር😢
    መድኃኔዓለም ፀጋኡን ጥበቡን አብዚሑ የፍስሰልኪ ዝሓፍተይ❤❤❤❤❤

  • @user-bp1ue6fx4w
    @user-bp1ue6fx4w 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ ማላኣኽቲ የስማልና ምጭውተይ 🙏🙏🙏✝️⛪️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @user-dp6gc7ft3t
    @user-dp6gc7ft3t 10 หลายเดือนก่อน +4

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና በሓቂ ልብካ ዝትንክፍ መዝሙር🥺
    ኣቦይ ኣቦይ መጽየ ተመሊሰ ብሕሉፍ በደለይ ንነብሰይ ወቂሰ🥹🥰 ጸጋ በዲበ ጸጋ የዓድልኺ ብርኽተይ❤

  • @kasay67
    @kasay67 10 หลายเดือนก่อน +4

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና፡እግዚኣብሔር ዘመነ ኣገልግሎትኩም ይባርኽ።

  • @natsinethabtegergs8757
    @natsinethabtegergs8757 10 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን
    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ እግዚኣቢሄር ይባርክን ይቀድስን እዛ ሓብተይ።

  • @gene6075
    @gene6075 10 หลายเดือนก่อน +2

    ስለኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን
    ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፀግኡ የብዝሓልኪ
    ብጣዕሚ ጥዑም ዝማሬ እዩ

  • @biniwedizerea
    @biniwedizerea 10 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይይይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልል ብቅዕቲ ዘማሪት ኣምላክ ጸጉ የብዝሓልኪ ዘሓፍተይ

    • @biniwedizerea
      @biniwedizerea 10 หลายเดือนก่อน

      ግጥሚ ባ ስደድልና ኣቡ ከለኪ

  • @bebeana9290
    @bebeana9290 9 หลายเดือนก่อน +3

    ዝማሬ መለአክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ዕድመ ንንስሃ ሃበና ኣምላክ ኣቦይ😭🙏🙏🙏

  • @user-rz4ou4zq7c
    @user-rz4ou4zq7c 10 หลายเดือนก่อน +2

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ዝምለስ ልቢ ይዓድለና

  • @JgyvgIffd-om2qg
    @JgyvgIffd-om2qg 10 หลายเดือนก่อน +2

    ዝማሬ መላአክት ያሰማልን🙏🙏🙏😢😢😢😢

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz 8 หลายเดือนก่อน +5

    ቃል ሂወት የስመዐና ክብርቲ ሓፍተይ ሙቁር ዝኾነ መዝሙር❤❤❤🙏

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 5 หลายเดือนก่อน

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏👏❤❤❤❤

  • @mami8042
    @mami8042 10 หลายเดือนก่อน +6

    ቃላት የብለይን ክብርት ሓፍተይ😇😥🥺🥺
    ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና 👏👏
    ኣብዝሑ ይባርክኽ👏🥺
    ኣቦይ ባዕልካ ሓግዘን ናበትካ መልሰን😭😥🥺

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 5 หลายเดือนก่อน

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ🤗👏👏👏

  • @galwukro
    @galwukro 10 หลายเดือนก่อน +2

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ❤

  • @AwetuAwetuu-yh2yj
    @AwetuAwetuu-yh2yj 9 หลายเดือนก่อน +2

    ዝሜሪ ምልክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፋትና ፀግኡ የብዘሐልኩ ከምዚአን ዝበላ አሕዋት ነተባብዕ

  • @hgf6568
    @hgf6568 10 หลายเดือนก่อน +3

    ዝምሬየ መላእክቲ የስምዕልና ሔዋን ሓፍተይ ፀግኡ የብዘሐልኪ

  • @user-zd4jf5jr1y
    @user-zd4jf5jr1y 6 หลายเดือนก่อน +3

    ነናይ ብሓቂ ልብካ ዝትንክፍ እወነት ዝማሬ መላእት የሰማልና ❤❤❤

  • @user-sb5jm9yf5g
    @user-sb5jm9yf5g 2 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ ምልእክት የሰመዕልና🙏🙏🙏😢😢😢😢

  • @user-dy5vw5sl3e
    @user-dy5vw5sl3e 10 หลายเดือนก่อน +2

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፅጉኡ የብዘሕልኪ ክብርቲ ሓፋትና አሜን አሜን አሜን❤😢ብሓቂ ሕልጥያትና ብዙሕ እየ ኣብ ድርፊ ክንደይ viewንሪኦ ኣብዚግን ስብ የለን ኣምላክ ኣቦይ🙏😭🙏

  • @haymanotkahsay726
    @haymanotkahsay726 10 หลายเดือนก่อน +3

    ዝማረ መላክቲ የስመአልና እዝገአቢሔር አምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኪ ዝሓብተይ

  • @gje3168
    @gje3168 10 หลายเดือนก่อน +3

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀገኡ በረከቱ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ ክብርተይ❤❤❤

  • @BiniamTesfay
    @BiniamTesfay 9 หลายเดือนก่อน +2

    ዘማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባሪክ ሓፉተይ ልብካ ዘረሰሪስ መዝሙር

  • @user-or9nf1dz9c
    @user-or9nf1dz9c 10 หลายเดือนก่อน +2

    ዝማሬ መላእክት ያስምዐልና ፀጋኡ ያብዝሓልኺ እግዚአብሔር አምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርኽ ሂዋን ሓፍተይ

  • @simonberhe6684
    @simonberhe6684 10 หลายเดือนก่อน +4

    ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና ፀግኡ የብዝሓልኪ ሓብተ ናተይ ❤❤❤

  • @SoliKahsay-jf6su
    @SoliKahsay-jf6su 10 หลายเดือนก่อน +5

    ብጣዕሚ ሰሓቢት መዝሙር ምስ ራኣኩዋ መሲጣትኒ ዝማሬ መላእክቲ ያስምዓልና ሓፍተይ,🙏🙏🙏

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 5 หลายเดือนก่อน

      ስብስክራይብ ታሕብብራኒ😍😍👏👏

  • @emebrhanchannel
    @emebrhanchannel 10 หลายเดือนก่อน +4

    🎉🎉🎉🎉🎉 እንቃዕ ደሓን መጻኪ ዘማሪት ሄዋን ብርክቲ ሓፍተይ ዝማረ መላእክት የስመዓልና እግዝኣብሄር ዝማሬክን ምስጋናክን ይቀበል ዝማሬ ቅዱስ ዳዊት እና ቅኔ ቅዱስ ያሬድ ማህሌታይ ይግበረልኪ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዝማሬ ብዙሕ ተባረኪ እግዝኣብሄር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብኪ ናብ እቲ ፈቃርን ሰላማውን ኣምላክና ብምልኣት ተመሉስና ኣብ መንግስቱ ኣብታ ውሕስቲ ቤቱን ቤት ቅዱስ ኣማኒኤል ኣምላክና የንብረና ፍቅርቲ ሓፍተይ🎉🎉🎉🎉🎉ት

  • @tesfaygebremedhin2962
    @tesfaygebremedhin2962 9 หลายเดือนก่อน +5

    ደስ በሃሊ ናይ ንሰሃ መዝሙር። ቃለ ሂወት የስመዐልና።

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 5 หลายเดือนก่อน

      ስብስክራይብ ታሓብብርኒ😢😢👏👏

  • @genetgidey7731
    @genetgidey7731 9 หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ lebey neken

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 5 หลายเดือนก่อน +1

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ 👏👏😢😢

  • @Dianatesfamariam
    @Dianatesfamariam 10 หลายเดือนก่อน +3

    Zmare melakti yesmalna ❤❤🥰🙏

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 10 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽና ።

  • @lvkassa
    @lvkassa หลายเดือนก่อน +2

    Kale hiwot yesmialna des zbl mezmur.....🙏🙏🙏 Keep it up....👍👍

  • @Aasaveendieley-rm7pw
    @Aasaveendieley-rm7pw 5 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይ ደስ ትብል መዝሙር
    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና
    ህያባዊት🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤👑❤❤❤❤❤

  • @user-km3qr7ni4q
    @user-km3qr7ni4q 10 หลายเดือนก่อน +4

    ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀግኡ የብዘሐልኪ ❤❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 5 หลายเดือนก่อน

      ስብስክራይብ ታሕብብሩን😍😢😢😢👏👏

  • @musseteklit2860
    @musseteklit2860 10 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ሓብትና ልብኻ ትስብር መዝሙር በርትዒ ቀጽልዮ።

  • @letshy
    @letshy 10 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ዛምቤተይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣቤቱ የንብርኺ
    ኦቦይ ኣቦይ መፂእ ተመሊሰ
    ንሑሉፍ በደለይ ንነብሰይ
    ወቂሰ
    እተዊ ክትብለኒ ገዲፍካ ንክሉ
    ዋላ ከምቲ ባርያ ኣባጊዕ ክኽሉ 😢🤲

  • @hiwethiwet8885
    @hiwethiwet8885 10 หลายเดือนก่อน +5

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓ ፍትና ሂዋን ናይ ብሓቂ ልብካ ትትክፍ መዝሙር 😢ፀጉኡ የብዘሐልኪ ዛሓፍተይ

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 5 หลายเดือนก่อน

      ስብስክራይ ታሕብብርኒ ዝያድይ❤❤👏👏

  • @hiwetgaltigray2147
    @hiwetgaltigray2147 6 หลายเดือนก่อน +4

    ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና ዛሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ❤❤❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 5 หลายเดือนก่อน

      ስብስክራይብ ታሕብብራን ዝያድይ❤❤❤👏👏👏👏

  • @genetanday
    @genetanday 10 หลายเดือนก่อน +1

    Nay bhaki lbi zmark mezmur agzaber ybarkum ajokum bertau kal hiwet yesmalna sbhat lgzaber weleweladitu dngl wel meskelu kbur amen (3)

  • @binnybinny3101
    @binnybinny3101 10 หลายเดือนก่อน +2

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክብርቲ ሓፍተይ

  • @atsbahagebreegziabher7711
    @atsbahagebreegziabher7711 9 หลายเดือนก่อน +3

    አምላክ አገልግሎትኺ ይባርኸልኺ 🙏😍😍😍😍😍😍😍🙏

  • @user-sd8fw7ll9r
    @user-sd8fw7ll9r 10 หลายเดือนก่อน +4

    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፅጉኡ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍትና ብሓቂ ልብካ እተተንክፍ መዝመር ኣምላኽ ናብ ቤቱ የብቅዓና ሰደትና አሕፅሮ ጎይታይ👏😢

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 5 หลายเดือนก่อน

      ስብስክራይብ ታሓብብርኒ ወለለይ😢😢👏👏👏

  • @hintsadebesay6396
    @hintsadebesay6396 10 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስማዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመን ሂወትኪ ይባርኸልኪ ፈጣሪ

  • @user-fk2kl6dq2y
    @user-fk2kl6dq2y 10 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜንንን ዝማሬ መላእክት የስምዐልና እግዚኣብሄር። ኣሜንንን

  • @meseretberhe2964
    @meseretberhe2964 10 หลายเดือนก่อน +9

    ተባሪኺ ጓለይ፡ ምቅርቲ ፍጥረት!!
    ደስ ዝብል መዝሙር፡
    ቀጽልዮ፡ ❤❤❤❤❤❤ እግዚኣብሔር ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኪ ባሪኹ፡ ጸጉኡ የብዝሓልኪ።

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 5 หลายเดือนก่อน

      ስብስክራይብ ታሕብብርን ዝያድይ❤❤👏👏👏

  • @warkenhsam1362
    @warkenhsam1362 8 หลายเดือนก่อน +4

    ተመስገን ናትካ ልገበርካኒ አምላኸይ😢😢🙏🙏🙏🙏ዝማሪ መላእኽቲ የስመዐልና ሓፍትና አብ ገዝኡ የፅንዕኺ ልኻ ትትክፍ ብሓቂ 😥😥😍😍😍💒👏👏👏

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 5 หลายเดือนก่อน

      ስብስካራይብ ታሕብብራኒ😢😢👏👏

  • @Samira-bv9qf
    @Samira-bv9qf 4 หลายเดือนก่อน +1

    እልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የሰመዓልና❤❤❤🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🌿🌿🌿🌿🌿🌾🌾🌾🌾 ❤❤❤❤❤❤❤😌😌😌

  • @user-xz1jh4en4v
    @user-xz1jh4en4v หลายเดือนก่อน +1

    ህዋነይ ሓፍተይ ኣሜን ዝማር መላኣክት የስማዓልና❤

  • @salamassalama1671
    @salamassalama1671 7 หลายเดือนก่อน +4

    ዝማሪ መልእክቲ የስምዐልና ክብርቲ ሓፍተይ 👏🥰🥰

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 5 หลายเดือนก่อน

      ስብስክራይብ ታሕብብራኒ 😢😢👏👏

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 10 หลายเดือนก่อน +3

    ብሓቂ ጥዕምን ንልብካ ዘረስርስን መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የስመዕልና ዝሓፍተይ ፀጉእን በረከቱን የብዘሐልኪ እግዚእብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎትኪ ዘመን ይባርከልኪ ኣምላክ❤❤

  • @user-qj8hd9ki9w
    @user-qj8hd9ki9w 6 หลายเดือนก่อน +4

    ዝማሬ መላኣክት የሰመዐና ክብርቲ ሓፍተና ኣምላክ ዘመን ኣገልጉልትኪ ይባረክልኪ ብጣዓሚ ልቢ ዝሰብር መዝሙረ እዩ 😢😢😢 ኣምላክ ኣቦና ሰድትና ኣሕፅረልና ላብ ኣፈድግ ቤትካ የብቅዕና ኩልና ሰድትኛ ሰድትና የሕፅረልና

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 5 หลายเดือนก่อน

      ስብስክራይብ ታብብርኒ ማአርይ🤗👏👏

  • @ber69628
    @ber69628 6 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጸግኡ የብዘሓልኪ ኣምላክ❤❤

  • @amanfisum1665
    @amanfisum1665 6 หลายเดือนก่อน +3

    ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና. ክብርቲ ሓፍተይ

  • @SelmeSelme-ei6dd
    @SelmeSelme-ei6dd 9 หลายเดือนก่อน +3

    ዝማሬ መላአክት የስመዐና ብጣዕሚ ልበ ዝነክአ መዝሙር😢🙏

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 5 หลายเดือนก่อน

      ስብስክራይብ ታሓብብሩኒ 👏😢👏👏😊

  • @user-wh5eg2ve7k
    @user-wh5eg2ve7k 10 หลายเดือนก่อน +2

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐና ጸጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኪ ክብረተይ

  • @habenbereket9939
    @habenbereket9939 7 หลายเดือนก่อน +4

    ናይ ብሓቂ ልብካ ዝትንክፍ ዝማሬ መላእክት የስማዓልና 🙏🙏🙏❤❤❤❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 5 หลายเดือนก่อน

      ስብስክራይብ ታሓብብርኒ😢😢😢❤👏👏👏

  • @trfafdgv4829
    @trfafdgv4829 10 หลายเดือนก่อน +4

    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፅጉኡ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፋትና በሓቂ ልብካ እተተንክፋ መዝመር አምላኽ ናብ ቤቱ የብቅዓና ሰደትና አሕፅሮ ጎይታይ😢😢😢❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 5 หลายเดือนก่อน

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ወለለይ❤👏😢😢😢

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn 3 หลายเดือนก่อน +2

    አቦይ አቦይ መፅየ ተመሊሰ😢
    ከዚ ክሰምዓ መፅየ አነውን ተመሊሰ😢😢😢

  • @LamLam-fz5cy
    @LamLam-fz5cy 9 หลายเดือนก่อน +3

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሓልኺ ቀፅልሉ

  • @selam801
    @selam801 9 หลายเดือนก่อน +3

    አጥንት የሚያለመልም ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ሂውዬ❤