NEW ERITREAN ORTHODOX MEZMUR ( AUGUST 2017 ) / ብልጽቲ ህያብ / bilxti hiyab

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 2.3K

  • @MdsjFjdc
    @MdsjFjdc 3 หลายเดือนก่อน +12

    እልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልል 🎉❤ናይ ኣደና ቅድስት ድንግል ማርያም ፀሎት ምስ ኩሉና ህዝበ ክርስትያን ይኹን🙏🙌❤❤🎉🎉💖💖👏👏👏

  • @Cocob2018
    @Cocob2018 4 ปีที่แล้ว +20

    ካበይ ኮነለይ እዚ ሰናይ ዕድል
    ንዓኺ ድንግል ክህበኒ ልዑል
    ብፍቕርኺ'የ በጺሐ ኣብ ሓሳበይ
    ምስጋና ኣሎኒ ድንግል ማርያም ኣደይ
    amen zmare melaekt yesmeelna yehwatey egziabiher xegau yebzhalna

  • @weditesfay5985
    @weditesfay5985 6 ปีที่แล้ว +60

    Eritraen🇪🇷 And Ethopiaen🇪🇹 Orthodoxs tewahdo I LOVE ኣሜን ንለኣለም ትነብር ኦርቶደኩስ Thank you very nice ኽብሪ ንኣምላኽ ይሁን ዛሬን ሁሉ ቅን ኣሜን......።

  • @Tigraweyti_Queen
    @Tigraweyti_Queen ปีที่แล้ว +7

    ካብ ኮነለይ እዚ
    ሰናይ ዕድል
    ንዓኺ ድንግል
    ክህበኒ ልኡል
    ብፍቅርኺ እየ በፂሐ
    ኣብ ሓሳበይ ምስጋና ኣሎኒ
    ድንግል ማርያም ኣደይ
    ዝማሬ መልኣክት የስመዐልና❤🥰

  • @እግዚአብሔርፍቅርነው-ዐ4አ
    @እግዚአብሔርፍቅርነው-ዐ4አ 7 ปีที่แล้ว +171

    እልልልልልል ኣሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ውድ ኤርትራን ኦርቶዶክስ እንወዳችዋለን ባላቹበት ሰላማቹ ይብዛልን

    • @sabasabinaokubay1929
      @sabasabinaokubay1929 3 ปีที่แล้ว +3

      Kale hwet yesmana

    • @fitsummedhanie9163
      @fitsummedhanie9163 3 ปีที่แล้ว

      Arlqyoyieeerzz

    • @mikaeleyemane263
      @mikaeleyemane263 2 ปีที่แล้ว

      .mmm...mnnmmmmmncç,0 ñllllllljģqewwwę

    • @AaMm-fj2qp
      @AaMm-fj2qp 2 ปีที่แล้ว +1

      እልልልልልልልልልልልልልልልልል

    • @mulle9221
      @mulle9221 10 หลายเดือนก่อน

      Amen (3) selam yibzah ethopia orthodox

  • @wedizeku
    @wedizeku 7 ปีที่แล้ว +85

    ተመስገን ኣደ ጎይታይ ናይ ብሓቂ እዛ መዝሙር ክስምዓ ከለኲ ኩሉ ነገር ደስ ይብለኒ ። ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና።
    ክብሪ ን ወላዲት ምስ ዉሉዳ
    ተዋህዶ ን ዘልኣለም፡ትንበር።

  • @ግርማነሽጋልእመብርሃን
    @ግርማነሽጋልእመብርሃን ปีที่แล้ว +62

    *_⛪ በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አኃዱ አምላኽ አሜን_*
    *_፨፨፨♦ብልጽቲ ህያብ♦ ፨፨፨_*
    ኻበይ ኾነለይ እዚ ሰናይ ዕድል
    ናዓኺ ድንግል ኽህበኒ ልዑል
    ብፍቕርኺ 'የ በጺሐ አብ ሓሳበይ
    ምስጋና 'ሎኒ ድንግል ማርያም አደይ
    ብልጽቲ ህያብ መዳርግቲ አልቦ
    ንዓሌት ናይ ሰብ እግዚአብሔር ዝሃቦ
    ሓድጊ ናይ ድሕነት ኻብ ሓጥያት አበሳ
    ድንግል ማርያም'ያ ዝበዝሐ ሞጎሳ
    ካበይ ኾነለይ>>>>
    ካበይ

    • @IbelongtoJesus123
      @IbelongtoJesus123 11 หลายเดือนก่อน +2

      የቀኔልን ኣምላክ ብርክ የብልኪ/የብልካ 🥰🥰🥰

    • @ግርማነሽጋልእመብርሃን
      @ግርማነሽጋልእመብርሃን 10 หลายเดือนก่อน +2

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኩልና

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 9 หลายเดือนก่อน +1

      Amen Amen Amen ❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️

    • @AllBaadr-w1r
      @AllBaadr-w1r 8 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይስመዐልና❤❤❤❤💜💜💜💜👏👏👏♥♥♥♥

    • @Mmmm-h7g2g
      @Mmmm-h7g2g 6 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ኪሮስእዩእቲኣቦዉጹዓት
    @ኪሮስእዩእቲኣቦዉጹዓት 6 ปีที่แล้ว +519

    ብሓቂ ከማይ ጌሩ ዝፈትዋ ስ ይህሉ''ዶ ነዛ መዝሙር 🙄😘🙄❤🙄❤🙄🙄🙄

  • @MekialeGebreslase
    @MekialeGebreslase 22 วันที่ผ่านมา +2

    ney libey mezimor awe ney libey azgeabehir yiberkiom ❤❤❤

  • @asmerakitchen7501
    @asmerakitchen7501 ปีที่แล้ว +17

    ዝማሪ መላእኽቲ የስማዓልና🙏🙏🙏ናይ ብሐቂ ሐይሊ ተስፈ ፍቐሪ እተሰንቕ ብልጽቲ መዝሙር እያ ንኹሉኹም ዕድመን ጥዕናን ይሀኩም ፈጣሪ ናይ አዴና በረኸትን ረድኤት አይፈለኹም

  • @samsomlichsami6472
    @samsomlichsami6472 7 ปีที่แล้ว +390

    ዝማሬ መላአክት የስማዕልና ወገናተይ አግዛብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን፥ መዝሙር ንድንግል ወላዲት ኣምላኽ ዝውድስ ክሰምዕ ከለኩ ብፍላይ ኣብዚ ሕጂ ግዜ ልበይ ብሓጎስ ይመልአ ይቀንአ ካኣ ካብ ልበይ ቅንአአአ ይብል ኣነ"ስ ምዓስ"ኮን ይከውን ብንስሓ ትሓጺበ ካብዚኣ ጫው ጫው ዝመልኣ ዓለም ርሒቀ ከምዚኦም ናይ ይሕዋተይ ውዕለትን ኣድነትን ናይ ድንግል ወላዲት ኣምላኽ ዓቢ ሙካኑ ዝነግረሉ ማዓስ ኮነ ይከውን ኢለ ካብ ልበይ ቅንአአአአአ ይብል ኣምላኽ ዳኣ ይቅረ ይበለለይ አምበር ። ብድጋሜ ዝማሬ መላአኽት የስማዕልና ፍቁራት ትሕዋተይ በረከታን ረድኤታን ጣዕማን ፍቅራን ናይ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ወላዲት ኣምላኽ ድማ ምስ ኩልና ህዝቢ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን።

    • @bereketgoytom8964
      @bereketgoytom8964 7 ปีที่แล้ว +6

      Samsom Lich Sami nay bhaki

    • @habenabraha9902
      @habenabraha9902 7 ปีที่แล้ว +4

      ኢልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል

    • @okubayteklestion8081
      @okubayteklestion8081 7 ปีที่แล้ว +3

      ok

    • @lovedbylordjesus808
      @lovedbylordjesus808 7 ปีที่แล้ว +3

      Ajoka zehawey kelu serahi egziabiher amlek eu tegihika teray etnsi egziabiher lebu yekifetlka

    • @yohanachannel8297
      @yohanachannel8297 7 ปีที่แล้ว +7

      Ane wn Kemaka fqur Hawey 😭

  • @amanuelhagos8053
    @amanuelhagos8053 7 ปีที่แล้ว +151

    ካበይ ኮአነለይ እዚ ሰናይ ዕድል
    ንዓኺ ድንግል ክህበኒ ልዑል
    ብፍቕርኺ'የ በጺሐ ኣብ ሓሳበይ
    ምስጋና ኣሎኒ ድንግል ማርያም ኣደይ
    ዕልልልልልልልል ጸሎታን በርኸታን ኣማላድነታን ናይ ቅድስተ ቅዱሳን ቅድስት ድንግል ማርያም ኣይፈለየና ። ኣምላኽ ጸጋ ኣገልግሎትኩም ይባርኽ የሕዋተይ

  • @meharifithawi628
    @meharifithawi628 7 ปีที่แล้ว +56

    ካበይ ኮነለይ እዚ ሰናይ ዕድል
    ንዓኪ ድንግል ክህበኒ ልዑል
    ብፍቅሪኪ የ ብጺሐ ኣብ ሓሳበይ
    ምስጋና ኣለኒ ድንግል ማርያም ኣደይ (2)
    ቃል ሂወት የስማዓልና የሕዋት መዘምራን
    ቅድስተ ቅዱሳን ዝከነት ድንግል ማርያም ብረኸታን ጾሎታን ይደግፍኩምን ይደገፍፈናን

  • @zerfubelachew6193
    @zerfubelachew6193 6 ปีที่แล้ว +15

    አሜን አሜን አሜን፣ ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን፣ የእናታችን የቅድስት ድንግል ማርያም በረከት ረዳኤት ይደርብን፣ ጸልትና ምልጃዋም ዘዎትር አይለየን፣ አሜን.

  • @zainabal4712
    @zainabal4712 ปีที่แล้ว +10

    አልልልልልል አልልልልልል አልልልል ዝማሬ መለአክት የሰመዐና በጣዕሚ ደስስስስ ዝተበል መዙመር ❤❤❤❤❤✝️✝️✝️✝️✝️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏ፀጉኡ በረከቱ የበዘሐልኩም አግዝአብሔር አምለክ አልልልልል አልልልልል አልልልልል 👏👏👏👏👏👏👏👏👏⛪️✝️❤️

  • @atakltitafere4904
    @atakltitafere4904 7 ปีที่แล้ว +123

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልል
    ልልልልልልልልልልልልልልልል
    ልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፡ኣምላክ ዝማሬኩም ይቀበለልኩም፡ኣሜን፡

  • @ማርያምንየጠላየለውም-ቘ7ዀ
    @ማርያምንየጠላየለውም-ቘ7ዀ 7 ปีที่แล้ว +222

    እልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላክትን ያሰማልን አሜን ፫
    ተዋህዶ ለዘላም ትኑር
    ai am from Ethiopia

    • @ማርያምንየጠላየለውም-ቘ7ዀ
      @ማርያምንየጠላየለውም-ቘ7ዀ 7 ปีที่แล้ว +6

      Aron mhretab
      አሜን እማ አዎ ትኖራለች

    • @abetgurhi3173
      @abetgurhi3173 7 ปีที่แล้ว +2

      በቃሏ ለኔስ ልዩ ነሽ እመቤቴ

    • @abetgurhi3173
      @abetgurhi3173 7 ปีที่แล้ว +1

      በቃሏ ለኔስ ልዩ ነሽ እመቤቴ

    • @lemlemhadgu1872
      @lemlemhadgu1872 7 ปีที่แล้ว +2

      E lllllllllllllll Ellllllllllllllllllllll Ellllllllllll

    • @binohabte5279
      @binohabte5279 7 ปีที่แล้ว +3

      በቃሏ ለኔስ ልዩ ነሽ እመቤቴ amen amen amen yegna konjo

  • @mstirawet3495
    @mstirawet3495 หลายเดือนก่อน +7

    ድንግል ማርያም ኣድ ጎይታይ በረኸትኪ ኣይፈለይና።
    #ብልጽቲ ህያብ
    ካበይ ኮነለይ እዚ ሰናይ ዕድል
    ንዓኺ ድንግል ክህበኒ ልዑል
    ብፍቕርኺ'የ በጺሐ ኣብ ሓሳበይ
    ምስጋና ኣሎኒ ድንግል ማርያም ኣደይ
    ብልጽቲ ህያብ መዳርግቲ ኣልቦ
    ንዓሌት ናይ ሰብ እግዚአብሔር ዝሃቦ
    ሓድጊ ናይ ድሐነት ካብ ሓጢኣት ኣበሳ
    ድንግል ማርያም'ያ ዝበዝሐ ሞገሳ
    ካበይ ኮነለይ .. . ኣደ ክትኮንኒ ወድኺ ክበሃል
    '' '' ... ክርስቶስ ሂቡኒ ኮይኑ ልዕሊ መስቀል
    '' '' .... ብልጽቲ ህያበይ ናይ ምሕረት ናይ ተስፋ
    '' '' ...... ንስኺ ምዃንኪ ድንግል ኣደ ኣልፋ
    መርሃዊት ሽግር ፍቕሪ ዝመትከላ
    ወትሩ ትግለጽ ንወዳ ኣኸቲላ
    ጸጋዊት ራህዋ ኣብ ጭንቀት መከራ
    ድንግል ማርያም'ያ እግዚአብሔር ዘኽበራ
    ካበይ ኮነለይ .... ክትህልዊ ቤተይ ከምቲ ናይ ዶኪማስ
    '' '' ..... ጉዱል በረኸተይ መሊኡ ክፈስስ
    '' '' ....... ስክፍታይ ፍርሓተይ ናብ ትብዓት ክቕየር
    '' '' ........ ብኣማላድነትኪ ሕይወተይ ክምቅር
    መርከበይ ኮንኪ ኣብ ማዕበል መከራ
    ናብ ወደብ ዓወት ተብጽሕ ጸዊራ
    'ቲ ማልዶትኪ ንትሑት ዘብል ክብ
    ድንግል ማርያም ኣቑጺርኒ ምስ ሰብ
    ካበይ ኮነለይኪዳን ናይ ምሕረትኪ ኣብልዕለይ ክዓርፍ
    '' '' . ...... ጾር ሽግር መከራይ ብኣኺ ክራገፍ
    '' '' ....... ልመና ጸሎትኪ ማልዶትኪ ብዙሕ
    '' '' ....... የዕርፈኒ ንዓይ ማዕበላት ኣህዲኡ
    መቐረት ንኣፈይ ከም መዓር ወለላ
    ስምኪ ክጽውዕ ንነፍሰይ ባህ ይብላ
    ብጽእቲ ክብል ከም ኩሎም ፍጡራን
    ደሪኹኒ ኣሎ ናይ ቃላትኪ ትንቢት
    ካበይ ኮነለይ....... ንብዝሒ ውዕለትኪ ምስጋና ክቓኒ
    ' ' '' ....... መን ኮን'የ ኣነ ጸጋ ዝሃብክኒ
    ' ' '' ....ክደግም ቃል መልኣኽ ከም ኤልስቤጥ ኮይነ
    ' ' '' ....... ጸጋ ልዑል ኣምላኽ ኣባይ ምስ ሰሰነ.
    #youtubelink👇
    th-cam.com/video/5pIGufUgnj4/w-d-xo.htmlsi=MCJApYVUYlPmgOfp
    ብሩኽ ሰንበት።

  • @akiaki4783
    @akiaki4783 11 หลายเดือนก่อน +22

    ደቂ ብልጽቲ ህያበይ ሩፍታ ልበይ እመ ብርሃን ኣደይ እንቃዕ ናብ ዓመታዊ ክብረ ብዓላ ኣብጽሓና።❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @ysdnfilm7691
      @ysdnfilm7691 หลายเดือนก่อน

      😢😢😂🎉🎉😢😢😢😮😅😅😊

  • @anbesajirsolomun1529
    @anbesajirsolomun1529 3 ปีที่แล้ว +2

    Bmaladntki hiwetey kmkir amen mezmur meakiti ysmelna

  • @Habu98
    @Habu98 7 ปีที่แล้ว +27

    ዝማረ መላእኽቲ የስማዓልና ኣሜን(3)
    ዝማረ ዳዊት ዝማረ ያቆብ ዝተቀበለ ዝማረኹም ይቀበለልኩም ፍቁራተይ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ናይ ቅድስተ ቁዱሳን ኣዴና ድንግል ማርያም ኣማልድነታ ናይ ኩሎም ሕርያን እግዝኣብሄር ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @aronasli3324
      @aronasli3324 7 ปีที่แล้ว +1

      ሕጅ ውን ሰላም ኢዩ ባህገይ ወዲ ሓጎስ ኢየ ,

    • @dc8625
      @dc8625 3 ปีที่แล้ว

      amen amen amen 🙏

    • @AbrahatKidani
      @AbrahatKidani หลายเดือนก่อน

      ❤😅❤😊❤🍃❣️🍃❣️🍃❣️🤍🌾🤍🌾🤍🌾🤍🌾🤍🌾🤍🌾

  • @emeelohe
    @emeelohe 7 ปีที่แล้ว +22

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ንሃውና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይባርከልካ ጸሎታን በረከታን ናይ እመ ኣምላክ ድንግል ማርያም ተረዳእነይ ናይ ቅዱሳ መላእክቲ በረከት ናይ ኩሎም ስድራ እግዚኣብሄር ኣይፈለየና

  • @tewahdo874.
    @tewahdo874. 7 ปีที่แล้ว +50

    እእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእ
    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ብሩካት ኣሕዋተይ ጀመርቲ ዘይኮንኩምሲ ፈጸምቲ ይግበርኩም ኣምላክ ከምኡ ድማ ንኩልና ኣማላድነት ናይ ኣደና ቁዱስተ ቅዱሳን ኣይፈለየና

    • @yordanosbeyn7814
      @yordanosbeyn7814 7 ปีที่แล้ว +2

      Elllllllll elllllllll Elllllllll elllllllll Elllllllll elllllllll Elllllllll elllllllll zmare melakt yesmana 🙌🙏

    • @helenaraya701
      @helenaraya701 6 ปีที่แล้ว +1

      mehari Gombolo

    • @ፍቕሪጥዑም
      @ፍቕሪጥዑም 6 ปีที่แล้ว +1

      amen amen amen

  • @FerasitZezah
    @FerasitZezah 10 หลายเดือนก่อน +4

    እልልልልልልልልል ብጣዕሚ ደስ ትብል መዝሙር ዝማሬ መለኣክቲ የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዕድሜካ ይባርክ ❤❤❤ ❤❤❤

  • @meronkibrom2523
    @meronkibrom2523 3 ปีที่แล้ว +26

    ጸሎት ናይ ፈቃር ለዋህ ኣዴና ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ህዝቢ ይኩን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @plymelikeitsajokeillkillul2414
    @plymelikeitsajokeillkillul2414 7 ปีที่แล้ว +119

    ልልልልልልልልልል ኦርቶዶክስ በተክርስትያን ን ዘላለም ክትነብር ያ

  • @simimiki7767
    @simimiki7767 7 ปีที่แล้ว +55

    እልልልልልልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ኣመን ዝማረ መላእክቲ የስመኣልና ጸሎታን ኣማላድነታን ናይ ኣደና ድንግል ማሪያም ምስ ኩላትና ይኹን ኣመን

  • @ምልአትልቢ2721
    @ምልአትልቢ2721 ปีที่แล้ว +8

    ዝማሬ መላእክት የስመኣልና❤ ጽግኣን በረከታን ናይ እመ ብርሃን ምስ ኩላትና ይኩን❤️❤️❤️🙏🙏🙏

    • @netsanet2318
      @netsanet2318 ปีที่แล้ว

      ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሳራየድንግልማሪያምወዳጅ
    @ሳራየድንግልማሪያምወዳጅ 6 ปีที่แล้ว +40

    በጣም ደስ የሚል መዝሙር ነው ዝማሬ መላክ ያሰማልን አሜን 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏💒💖💗💖💖💖💖💖

  • @ጁጁ-ጸ6ከ
    @ጁጁ-ጸ6ከ ปีที่แล้ว +10

    ዕልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና🙏 ሓደረካ ጎይታይ ሓሳብ ልበይ ኣስምረይ💐 ሓደራኪ ድንግል ማርያም ፆሎተይ ኣብፅሕለይ 🙏

    • @ahmadAli-mu3yh
      @ahmadAli-mu3yh ปีที่แล้ว

      ዕልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ሓደራኪ ድንግል ማሪያም ሓሳብ ልብይ አሰምረለይ በሰላም ዓደይ ኣእተውኒ 🤲🤲🤲🤲

  • @abetgurhi3173
    @abetgurhi3173 7 ปีที่แล้ว +15

    ብጣዕሚ ኩሉ ዘገርም እቲ ቅርጺ ሰማያዊ ዘማ ሰማያዊ ትርኢቱ ስእሊ ድማ መንፈስካ ዘሕጉስ ናይ ቅዱሳን ልብስ ኣሰይ ኣምላክ ይደግፍኩም

  • @meazumizu4417
    @meazumizu4417 3 ปีที่แล้ว +11

    መቐረት ንኣፈይ ከም መዓር ወለላ
    ስምኪ ክፅውዕ ንነፍሰይ ባህ ይብላ
    ብፅእቲ ክብል ከም ኩሎም ፍጡራን
    ደሪኩና ኣሎ ናይ ቃላትኪ ትንብት ቃለህወት ያሰማልን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን በእድሜ በጤና የቆዩ አሜን አሜን አሜን

  • @MK-rg1og
    @MK-rg1og 5 ปีที่แล้ว +17

    አሜን(፫)
    ኣደ ጎይታይ ናባይ ክትመጺ እዚ
    ካበይ ኮነለይ ።
    ንሕና ውን ሎሚ ከም ኣዴና ቅድስቲ ኢልሳቤጥ ነዚ ቃል ክንደግም ኣምላኽ ይሓግዘና
    ናይ ኣዴና ቅድስተ እምቅዱሳን ድንግል ማርያም በረኸታ ኣይፈለየና።

  • @MeksenTekle21
    @MeksenTekle21 7 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ክቡራት ይሕዋተይ ♥️🕊♥️🕊♥️🕊♥️🕊🛐🙏🙏🙏

  • @danielamare11
    @danielamare11 9 หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen amen 🙏 ክብር ለእግዚአብሔር ይሁን👑👑👑🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️

  • @beriyegezae1118
    @beriyegezae1118 7 ปีที่แล้ว +31

    Eiiiiiiiiiiiiiiiiiiiieiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiii zmary melakt yesmalna🇪🇷📿📿📿📿📿📿📿📿📿

  • @grmayeyob6117
    @grmayeyob6117 7 ปีที่แล้ว +49

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና

  • @danielzerom1350
    @danielzerom1350 7 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    🕆💒🕆⚘🕆🌷⛪🕇⚘🌷🌿☘🕇⚵🌿⚵☘🌴💒🍀👏🌳✋🌿🌷✋⛪🕆💒🌳⛪🕇🍀🍀🍀🍀🍀👏🕆👏👏🍀🍀✋🕇✋✋🕇🌿⚘☘🌿⚘☘🌿🌷🍀🌳🌷🌴🌷🌳⚘🕇⛪🕆🕇💒🕇🕆🌿☘☘🕆🕇🍀🍀🌿🕇🌿🕇☘🌷🌴🕇

    • @simongebre9463
      @simongebre9463 2 ปีที่แล้ว +1

      🤲🤲👏👏🤚✋🌹🌹🌹🌹🌹🌷🌹

  • @JjjjSsss-hm2gl
    @JjjjSsss-hm2gl หลายเดือนก่อน

    በጣም ደስ የሚለኛ መዝሙር ተዋህዶ እምነት ለዛላላም የኑር💞💞🙏💞💞

  • @sarahs7029
    @sarahs7029 2 ปีที่แล้ว +10

    ድንግል ማርያም ዋሓስ ሂወተይ 🤲🤲

  • @ወዲሚሔትእንዳጎርሽ
    @ወዲሚሔትእንዳጎርሽ 7 ปีที่แล้ว +25

    ዝማሬ መልኣኽቲ የስማዕልና እግዚኣብሄር በርኸትን ሰላምን የብዝሓልኩም

  • @samreysamrey3525
    @samreysamrey3525 7 ปีที่แล้ว +4

    Elllllllllllll Elllllllllllll Elllllllllllll zemar melakti yesmalena ney aglglot ademkum egzabehir amlak yeberekilkum tesgu yebzehlkum kubrat ahwetey amen amen amen 🙏🙏🙏💒💒

  • @WeldeMaryam185
    @WeldeMaryam185 4 ปีที่แล้ว +8

    ኣሰይይይ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
    ኣዝዩ ደስ ዘብል ጥዑም መዝሙር ።
    ዝማሬኹም ይቀበሎ ፈጣሪ።
    በረኸታን ጣዕማን ፍቕራን
    ናይ እመ ብርሃን ቅድስት
    ድንግል ማርያም ምስ
    ኩላትና ደቃ ይኹን
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን።

  • @ZerayZeray-eo8fq
    @ZerayZeray-eo8fq หลายเดือนก่อน +2

    ኣገልግሎትሉም አግዚኣብሄር ይባርከልክም ክቡራት የሕዋት ::

  • @HruyAinay
    @HruyAinay หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜንኣሜን ቃኣል ህኢወትዘ ይስምምኣልና ዝማሪ መልኣክትኢ ዝተቀበ
    ዝማረ ይቀበልኸኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @elunatesfa6160
    @elunatesfa6160 7 ปีที่แล้ว +43

    Amen (3) ዘማረ ማላክቲ የስማልና ነሕዋትና ናይ ኣግልግለት ኣግሚኩ የብርክልኩምአን ነቅድስልኩም ናይ ብሓቂ ተምስጥ መዝሙር

  • @azmeramebrahtu6083
    @azmeramebrahtu6083 7 ปีที่แล้ว +17

    Zemare melaket yasemalen
    Dengel mariam kelijewa gar tibarekeh bemhnetehe yatsenalen
    Amen

  • @MdsjFjdc
    @MdsjFjdc 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን 3//ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና🙏❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @merihtesfye9524
    @merihtesfye9524 ปีที่แล้ว +2

    ወይ ግጥሚ እግዚአብሔር ፍጻሜኩም የጸብቅ አሕዋተይ አደ አምላክ ምስኩልና ትኩን ።

  • @neg6897
    @neg6897 7 ปีที่แล้ว +33

    ዕልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን

    • @ftwiselemun9667
      @ftwiselemun9667 7 ปีที่แล้ว

      አልልልል

    • @mussiedebesay2350
      @mussiedebesay2350 4 ปีที่แล้ว

      ልልልልል ዘመር መለኸት ይስመዓልና

  • @lwamkifle9607
    @lwamkifle9607 7 ปีที่แล้ว +40

    ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ አልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዕበዩለይ ኦርቶዶክሰይ መዓረይ ኣስይይይይይይይይይይ ደቂ ዓደይ

    • @meharihabte1461
      @meharihabte1461 7 ปีที่แล้ว +3

      zmare melaikti yesmekum

    • @zeferlaeke2939
      @zeferlaeke2939 7 ปีที่แล้ว +1

      Elllllllllll Elllllllllll Elllllllll kale hiwet yesmelina nhwatina

    • @zersenayyohannes2518
      @zersenayyohannes2518 7 ปีที่แล้ว

      Aaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaa

    • @dadakhan5457
      @dadakhan5457 4 ปีที่แล้ว

      Lek... . .

  • @kidanehaile4653
    @kidanehaile4653 7 ปีที่แล้ว +6

    ኣሰይይይይይይ ኣሰይይይይይ ኣሰይይይይይይ አሜን አሜን አሜን ዝማረ መላክት የስመልና ብታሚ ጥዕምቲ መዝሙር አግዛብሔር ኣምላክ ሰጐ የብዘሐልኩም ኣደ ብርሃን ቅዲትተ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልኪም አሜን

    • @msginaembaye5082
      @msginaembaye5082 6 ปีที่แล้ว +2

      zmare melakti yesmana elllllllllllllllllllllllllllllllllllllll

  • @menkemfkri3917
    @menkemfkri3917 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና።

  • @AdeyamWagnew
    @AdeyamWagnew 26 วันที่ผ่านมา

    ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ፀሎትን ልማኖን ኣይ ፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @ትግስትእህትሚካኤል
    @ትግስትእህትሚካኤል 7 ปีที่แล้ว +64

    አሜን ዝማሬ ምላክትን ይስምለን
    በጣም ደስ ይሚል መዝሙር ነው እግዚአብሔር የግልገሎትቹ ዘመን ያጥብቃ

    • @sinashzinu1113
      @sinashzinu1113 7 ปีที่แล้ว +1

      amen amen amen zimare melayit yasemalen amen

    • @saronnegede8764
      @saronnegede8764 6 ปีที่แล้ว

      Elelelelelllllllllllll kabey koneley imebetey zmeare melakti yesmealna nay agolglot bereketkum ybarek ahwatey neay neay nhatatena haftkum kea abxelotkum zekruni

    • @tirhasafewerki934
      @tirhasafewerki934 5 ปีที่แล้ว

      Zemar melkti ysmalena Asey eme brhan thalwekey

  • @habtilatesfay5436
    @habtilatesfay5436 7 ปีที่แล้ว +9

    Eliiiiileiiiiiiii Amen Amen Amen qel hiwet yasmna egzbaheri ba mhertiu yatmtna

  • @mebrihtadhanom4901
    @mebrihtadhanom4901 7 ปีที่แล้ว +10

    Zmare mlaekti yesmeaelna kudusat ahwatey. Btaemi des zbl srah

  • @salembirhane
    @salembirhane ปีที่แล้ว +2

    amen[3] zmare Melaekt yasemaln ORTHODOX TEWAHDO Lezelalem tnut

  • @tmnitgebremeskel2045
    @tmnitgebremeskel2045 2 ปีที่แล้ว +2

    Btami menfeska terga mezmur btami des tbleka zmare melakt yesmealna xeletkum yebzhalkum fetari

  • @ፅልልቲ
    @ፅልልቲ 4 หลายเดือนก่อน +2

    ዕልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ብልፅቲ ህያብ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @danielnguse756
    @danielnguse756 7 ปีที่แล้ว +20

    ዕልልልልልልል
    ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና

  • @letshgebray7457
    @letshgebray7457 9 หลายเดือนก่อน +2

    እልልልልልልል ዝማሬ መልኣክት የስመኣልና🥰🙏🙏🙏

  • @wedieri7465
    @wedieri7465 2 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልልልልል ድንግል ማርያም ኣደይ በረኸታን ጾሎታን ምስ ኩልና ደቃ ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾👏👏👏✅✅✅❤️👍🙋‍♂️🎉🌻🙋‍♀️🥰

  • @filimontesfay7519
    @filimontesfay7519 ปีที่แล้ว +2

    Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 zmare melaekti yesmaelna elllllllllllllllll🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @wedikeshi8612
    @wedikeshi8612 7 ปีที่แล้ว +13

    Ellllllllllll ellllllllllllll Elllllllllllllll aseyyy aseyyy aseyyy Amen Amen Amen zemarey malektei yesmalna

    • @mussiedebesay2350
      @mussiedebesay2350 4 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen zemeri melekita yesmalena

  • @rahelhagos338
    @rahelhagos338 7 ปีที่แล้ว +18

    God bless you all for your hard work. May the prayers of our beloved mother be with you all and us

  • @yosieftekeste3016
    @yosieftekeste3016 7 ปีที่แล้ว +4

    Aseeeyyyyyyyy elllllllllll zmarie melaAkt msmealna ahwat egziabhier nay agelglot zemenkum ybark

  • @RahelTsegay-l7g
    @RahelTsegay-l7g หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen amen zmare melakti yesmealna

  • @tsegamebrahtu2395
    @tsegamebrahtu2395 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዚማረ መላእክቲ የስማዓልና።ጸጉኡ የብዛሓልኩም ጎይታ

  • @TestesfawiBerhe
    @TestesfawiBerhe ปีที่แล้ว +3

    ዝማረ መላክቲ የስማዓና ኣምላክ ጸግኡ የብዝሃልኩም የህዋት ❤❤❤❤

  • @Endrtaweit
    @Endrtaweit 4 ปีที่แล้ว +5

    ዕልልል ልልልልልልልልልልል👏👏👏🌿🌿🌿🍀🍀🍀🌿🌿🌿🌿🌾🌾🌾🌾🌾ዝማሬ መልኣክት የስማዓና ሰሚዕካ ዘይ ትምኖ መዝሙር

  • @asmeromweldegebriel7577
    @asmeromweldegebriel7577 7 ปีที่แล้ว +28

    Amean Amean Amean zimara mealkito yesmialni igzgabeahr amlaki tesgiu yebzihalkum niy agelgilot gizakum yibarkelkum amean amean amean

  • @mibraq9673
    @mibraq9673 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen 🙏 ❤🙏❤ 🙏❤ key belkum key thalfu 💯

  • @WgshyWhfgh
    @WgshyWhfgh 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጡዑም መዝሙር❤❤❤🎉🎉

  • @briktikeshi8819
    @briktikeshi8819 7 ปีที่แล้ว +16

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና

  • @ቃልየተዋህዶልጅ
    @ቃልየተዋህዶልጅ 7 ปีที่แล้ว +8

    እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያሰማልን። አሜን ፫ ኦርቶዶክስ ለዘላለም ትኑር

  • @ሕጊኣቦታትናካብእንስዕርሞ
    @ሕጊኣቦታትናካብእንስዕርሞ 7 ปีที่แล้ว +24

    elllllll elllllll ellllll zmare melaikti yesmalna fqurateyyy

  • @gdgvd6448
    @gdgvd6448 ปีที่แล้ว +1

    ዕልልልልልልል ዝማራ መላእከት የሰመዕና

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 ปีที่แล้ว +2

    እልልልልልል❤❤❤❤❤ ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ብሓቂ ልብኻ

    • @zainazaina2750
      @zainazaina2750 ปีที่แล้ว +1

      እልልልልልልልል ዝማሬ መላእ ኽት የስመዐልና ብሩኻት ልብኻ ዘረስርስ ❤❤❤❤

  • @MullerTesfie92
    @MullerTesfie92 7 ปีที่แล้ว +6

    ዝማሬ ልቢ ኣምላክ ዳዊት ቅኒት ናይ ኣቦና ያሬድ ዝተቀበለ ዝማረኩም ይቀበለልኩም
    ንጸጋ ንበረከት ኩኑ

  • @Rubagash
    @Rubagash 7 ปีที่แล้ว +13

    Eeeeellell zmare melakti yemsmaalna yehwatey shishaykum yebzhalkum ezgabher amlaki

  • @mehariteklay429
    @mehariteklay429 7 ปีที่แล้ว +21

    Amen amen amen qale hiwet yesmealna

  • @yosiefyohannes9326
    @yosiefyohannes9326 ปีที่แล้ว +1

    Semiaka zeytxgeb mezmuru zmare melaekt yesmaalna zhawey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ xegueu yebzahalka fetari zhawey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @edengoytom3695
    @edengoytom3695 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen zmare melakti yesmealna egzabiher xega bereketu yebzhalkum ❤❤❤

  • @mtslalhaile8208
    @mtslalhaile8208 7 ปีที่แล้ว +23

    Love this Mezmur

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ለ1ኰ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ለ1ኰ 4 ปีที่แล้ว +8

    ኣሰይ ደስ ዝብል ዝማሬ ሰሚዕኻ ዘይጽገብ በሓቂ ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓና ኩላትና ደቂ እመ ኣምላኽ

  • @MabelAbrham
    @MabelAbrham 8 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 lbka ttnkf mezmur semiaka zeytxegeb mezmur zmarie yesmealna xegu yebzhelkum fetari brukateyy❤❤❤

  • @TtTt-qq4ji
    @TtTt-qq4ji 2 ปีที่แล้ว +2

    ብፅሑፍ እባ ፀሓፍልና ክቡራተይ ዝትክእሉ ዛመዝሙር ብጣዕሚ እያ ደስ ትብለኒ❤❤

  • @yonasatsmegergish512
    @yonasatsmegergish512 5 ปีที่แล้ว +1

    Kale Hiwet Ysmialna Egziabher Abo Wxuat Xega Bereketu Yebzihalna

  • @ድንግልማርያምአደይ-ፈ6በ
    @ድንግልማርያምአደይ-ፈ6በ 5 ปีที่แล้ว +3

    ዝም ሬ መላእክት የስመዓልና ቡሩካተይ እስይይይ ጥዕምቲ መዝሙር
    እዚ ዘማሪ ድምጹ ገለ ዓይነት ጸግኡ የብዝሓልኩም ♥🙏

  • @asadiabrsha942
    @asadiabrsha942 2 ปีที่แล้ว +6

    የዝማሬ መላእክት የሰመዐለናአሜንንንአሜንንንአሜንንን🙏🙏🙏🙏

  • @knowledgespower1051
    @knowledgespower1051 6 ปีที่แล้ว +10

    Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna fkurateyyyy

  • @HelenTSEGAY-hy6qu
    @HelenTSEGAY-hy6qu ปีที่แล้ว +1

    Ellele amen zmarie melakt yesmalena Eza mezmur kisemea keleu des tbleni kbri n weladitu ms wulada
    Orthodox n zelealem tnber 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @Mom-h8l
    @Mom-h8l 9 หลายเดือนก่อน +1

    Elllllllllllllllllllllllllelllllllllllllllllllllellllllllllllllllll zmare melakt yesmalna

  • @atakltitafere4904
    @atakltitafere4904 7 ปีที่แล้ว +11

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፡

  • @gguigczz
    @gguigczz 7 ปีที่แล้ว +10

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና ብሓቂ

  • @ushuxdugdutdydhdh2933
    @ushuxdugdutdydhdh2933 6 หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen amen zemare melekti yesmalna nay agelglot edmekum ybarek🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @betigalhageretigray5487
    @betigalhageretigray5487 3 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መለእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩሞ እግዚአብሄር ኣምላክ
    ኩቡራት አሕዋተይ❤️❤️❤️❤️📚🙏
    ዕልልልልልልልልልልልልል
    ዕልልልልልልልልልልልልል
    ዕልልልልልልልልልልልልልል
    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
    ኣነስ ብጣዓሚ እያ ዝፈትዋ አዕፅምቲ ዉሽጥኻ ተረስርስ መዝሙር ኣስይይይይይይ

  • @tesfa273
    @tesfa273 7 ปีที่แล้ว +5

    ኣምላክ ጸግኡ የብዝሃልኩም ዞም የሕዋተይ ብጣሚ ደስ ተብል መዝሙር

  • @abelafewerki241
    @abelafewerki241 7 ปีที่แล้ว +9

    Zimare melaekti yesmialna amaladinet nay adena miskulna yikun