Mariam Ade Goytay (Lyrics) Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2020

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ส.ค. 2024
  • ማርያም ኣደ ጎይታይ

ความคิดเห็น • 465

  • @destasey
    @destasey 7 หลายเดือนก่อน +74

    በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኃዱ ኣምላክ ኣሜን፫
    ማርያም ኣደ ጎይታ
    ማርያም ኣደ ጎይታ ትምክሕቲ ቅዱሳን
    ዘይተሕፍር ጸግዒ ናይ ጸሎቶም ልሳን
    እንቋዕ ኣደይ ኮነት ኢለ እንተ ዘመርኩ
    ምክንያት ኣለኒ በዚ እንተመስከርኩ
    ኣዳም ብበደሉ ንሞት ምስ ተሓጽየ
    ኣብ ሱባኤ ኣትዩ ቆይሙ እንዳ ጸለየ
    ዝድሕነላ ብርሃን ኣብ ከርሱ ርኢዋ
    ኣደ ጎይታይ ኢሉ ሂወተይ ኢልዋ
    ኣነ ውን ብናተይ ትምክሕተይ ንክብላ
    ምክንያት ኣለኒ እንተዘመርኩላ
    ኣዝ👏👏👏
    ማርያም ኣደ ጎይታ ትምክሕቲ ቅዱሳን
    ዘይተሕፍር ጸግዒ ናይ ጸሎቶም ልሳን
    እንቋዕ ኣደይ ኮነት ኢለ እንተ ዘመርኩ
    ምክንያት ኣለኒ በዚ እንተመስከርኩ
    ካብ ዘይምሕር ኣይሂ ዋሕስ ህልውናይ
    ከልካሊት መዓተይ'ዛ ቀስተ ደመናይ
    ኣምሳል መርከብ ናይ ኖህ ሞት ዝተረፈላ
    ዑቕባ ነፍሰይ እንድያ ሂወት ዝረክበላ
    ንሳ'ያ ጠበቃይ እናበልኩ ክምስክር
    ምክንያት ኣሎኒ ስም ስማ ንክዝክር
    ኣዝ👏👏👏
    ማርያም ኣደ ጎይታ ትምክሕቲ ቅዱሳን
    ዘይተሕፍር ጸግዒ ናይ ጸሎቶም ልሳን
    እንቋዕ ኣደይ ኮነት ኢለ እንተ ዘመርኩ
    ምክንያት ኣለኒ በዚ እንተመስከርኩ
    ኣብቲ ከረን ሲና ሙሴ ምስ ረኣያ
    ኣሮን ብጸናጽል ክውድሳ ርእያ
    እዝራ ብመሰንቆ ዳዊት ብበገና
    ብእምነት ርኤዮም ከብጽሑ ምስጋና
    ውሽጠይ ቀስቂሱኒ ልበይ እንተ ወደሳ
    ምክንያት መዝሙረይ ዜማይ እንድያ ንሳ
    ኣዝ👏👏👏
    ማርያም ኣደ ጎይታ ትምክሕቲ ቅዱሳን
    ዘይተሕፍር ጸግዒ ናይ ጸሎቶም ልሳን
    እንቋዕ ኣደይ ኮነት ኢለ እንተ ዘመርኩ
    ምክንያት ኣለኒ በዚ እንተመስከርኩ
    መልኣከ ብስራት ብጽእቲ ምስ በላ
    ኤልሳቤጥ ሰጊዳ ኣደ ጎይታይ ኢላ
    ያሬድ ብማህሌቱ ኤፍሬም ብውዳሴ
    ህርያቆስ ሲዕቡ ምስ ሰርዐ ቅዳሴ
    ብሰማይን ምድርን ምስ ተገልጸ ክብራ
    ምክንያት ኣሎኒ ዘዘምር ንክብራ
    ማርያም ኣደ ጎይታ ትምክሕቲ ቅዱሳን
    ዘይተሕፍር ጸግዒ ናይ ጸሎቶም ልሳን
    እንቋዕ ኣደይ ኮነት ኢለ እንተ ዘመርኩ
    ምክንያት ኣለኒ በዚ እንተመስከርኩ
    ወስብሓት ለእግዚኣብሄር🤲

    • @nuwayeweldu703
      @nuwayeweldu703 5 หลายเดือนก่อน +2

      Amen amen amen❤❤❤🙏🙏🙏✝✝✝

  • @kefalikeshi1062
    @kefalikeshi1062 3 ปีที่แล้ว +254

    እልልልልልል ኣነስ እመብርሃን ኣደይ ምዃና ኣብ ዝሓሰብኩሉ ሕጉስስ ይብል በቃ ተመስገን ፈጣሪ እዛ ርህርህቲ ኣደ ዝሃብካና።

    • @user-cy2qe1nh4b
      @user-cy2qe1nh4b 2 ปีที่แล้ว +10

      ብጣዕሚ እግዚኣብሔር ይመስገን ንዛ ርህርህቲ ከርሳ ኣደ ክትኮነና ስለዝሃበና ናይ መስቀል ህያብና

    • @fnansemereab5791
      @fnansemereab5791 ปีที่แล้ว +3

      Amien amien amien

    • @fnansemereab5791
      @fnansemereab5791 ปีที่แล้ว +3

      Amien amien amien

    • @Fiorina21
      @Fiorina21 ปีที่แล้ว +3

      Nay behaki enka Adena konet......kabzi zeabi habtin hagosen yelen....🌹💐🌹💐🌹🌹💐💐

    • @sarontewelde5421
      @sarontewelde5421 ปีที่แล้ว +2

      Nay bhaki

  • @goitomemha3214
    @goitomemha3214 ปีที่แล้ว +41

    ማርያም ኣደ ጎይታይ ትምክሕቲ ቅዱሳን
    ዘይተሕፍር ጸግዒ ናይ ጸሎቶም ልሳን
    ኡንቃዕ ኣደይ ኮነት ኢለ እንተ ዘመርኩ
    ምኽንያት ኣሎኒ በዚ እንተመስከርኩ

    ኣዳም ብበደሉ ንሞት ምስተሓጽየ
    ኣብ ሱባኤ ኣትዮ ቆይሙ እንዳጸለየ
    ዝድሕነላ ብርሃን ኣብ ከርሱ ሪኢዋ
    ኣደ ጎይታይ ኢሉ ሂወተይ ኢልዋ
    ኣነ ዉን ብናተይ ትምክሕተይ ንክብላ
    ምኽንያት ኣሎኒ እንተዘመርኩላ
    ካብ ዘይምሕር ኣይሂ ዋሕስ ህልዉናይ
    ከልካሊት መዓተይ' ዛ ቀስተ ደመናይ
    ኣምሳል መርከብ ናይ ኖህ ሞት ዝተረፈላ
    ዑቅባ ነብሰይ እንድያ ሂወት ዝረክበላ
    ንሳ'ያ ጠበቃይ እናበልኩ ክምስክር
    ምኽንያት ኣሎኒ ስማ ንክዝክር

    ኣብቲ ከረን ሲና ሙሴ ምስ ረኣያ
    ኣሮን ብጸናጽል ክዉድሳ ርእያ
    እዝራ ብመሰንቆ ዳዊት ብበገና
    ብእምነት ርእየዮም ከብጽሑ ምስጋና
    ዉሽጠይ ቀስቂሱኒ ልበይ ክዉድሳ
    ምኽንያት መዝሙረይ ዜማይ እንድያ ንሳ
    መልኣከ ብስራት ብጽእቲ ምስ በላ
    ኤልሳቤጥ ሰጊዳ ኣደ ጎይታይ ኢላ
    ያሬድ ብማህሌቱ ኤፍሬም ብዉዳሴ
    ሕርያቆስ ስዒቡ ምስ ሰርዐ ቅዳሴ
    ብሰማይን ምድርን ምስ ተገልጸ ክብራ
    ምኽንያት ኣሎኒ ዘዘምር ንክብራ

  • @berihomredae
    @berihomredae 4 หลายเดือนก่อน +11

    እንኳዕ ኦርቶዶክስ ኮና 🥰😘🤗❤️♥️⛪🙏🤲

  • @user-bo4yr7ms2d
    @user-bo4yr7ms2d ปีที่แล้ว +49

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክት የስመዐልና 👏👏👏 ብጣዕሚይ ዝፈትዎ መዝሙር እሜተይ ፅላል ሂወተይ😢🙏

    • @SelamBereketab-vn9in
      @SelamBereketab-vn9in 10 หลายเดือนก่อน +1

      🙏🙏🙏Amen.🙏🙏🙏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @selamgebrezgabiher9878
    @selamgebrezgabiher9878 ปีที่แล้ว +18

    እመ ብርሃነይ ቤዛዊተ ኣለም ትምክሕትና ተስፋና ጸግዕና ጋሻና ናይ ያሬድ ዜማ ናይ ኣባ ህርያቆስ ቅዳሴ ናይ ቅዱስ ኤፍሬም ውዳሴ ንዓኪ ክሓስብ ከለኩ ውሽጠይ ደስ ይብሎ እመ ብርሃነይ ኣስራት ደቅኪ ሓደራኪ

    • @user-pm8yq1iq3b
      @user-pm8yq1iq3b ปีที่แล้ว

      ❤❤

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 6 หลายเดือนก่อน +1

      Amen Amen Amen ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @selamrezene542
    @selamrezene542 3 ปีที่แล้ว +62

    እመብርሃን ኣደይ ክብርኺ ኣይውዳእንዩ ❤🙏

    • @senaytguosh5151
      @senaytguosh5151 3 ปีที่แล้ว +1

      እልልልልል ልልልል ልልልልልልልል ልልልልል ልልልልልል ልልልልልልል ልልልልልል ልልል ል
      🙏🏻🙏🏻🌿🙏🏻🌿🙏🏻🌿🙏🏻🌿🙏🏻🌿🙏🏻🌿🙏🏻🌿❤❤❤❤❤❤💒💒💒💒🍇🍇🍇

    • @rutaa4127
      @rutaa4127 ปีที่แล้ว

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selamhaile-cf6ln
    @selamhaile-cf6ln 2 หลายเดือนก่อน +3

    Anes gual dngel maryam bmkuaney hagosey chaf yeblun ❤❤❤❤❤❤ dengel maryam tefkru like habuni

  • @pawlostesfahawariat4052
    @pawlostesfahawariat4052 ปีที่แล้ว +15

    ኦፍፍፍፍ ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ነዛ ርህርህቲ ኣደ ኣዴና ዝገበርካልና ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ብጣዕሚ ደስ ኢሉና❤❤❤❤❤❤

  • @user-gu7ty1qs4x
    @user-gu7ty1qs4x 3 ปีที่แล้ว +43

    ኣሜን(((3)))ዘማረ መልኣክቲ የስመዓልና 🙏

  • @SamilKiflmariyam
    @SamilKiflmariyam 4 หลายเดือนก่อน +5

    ድንግል ማርያም ኣደይ ኩሉ ግዜ ምሳይ ኩኒ

  • @xhvudv4292
    @xhvudv4292 ปีที่แล้ว +29

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክት ያስማልን 😍😍😍👏👏👏👏👏💒💒💒

  • @user-li2or7zw2g
    @user-li2or7zw2g 2 ปีที่แล้ว +10

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ፡ ኣዝያ ደስ ትብል መዝሙር
    መልኣከ ብስራት ብጽእቲ ምስ በላ
    ኤልሳቤጥ ሰጊዳ ኣደ ጎይታይ ኢላ
    ያሬድ ብማህሌቱ ኤፍሬም ብውዳሴ
    ሄራቆስ ስዒቡ ምስ ሰርዐ ቅዳሴ
    ብሰማይን ምድርን ምስ ተገልጸ ክብራ
    ምክንያት ኣሎኒ ዘዘምር ንክብራ
    ኣዝያ ያ ደስ ትብለኒ እዛ ማይቤት
    ኣደ ኣምላክ በረከታ ወትሩ ኣብ ጎንካ ይኩን ክቡር ሓወይ

  • @shiferweldegabir3524
    @shiferweldegabir3524 2 ปีที่แล้ว +14

    ዝማሬ መላእኽት የስማዕልና. I ❤ this mezmur so thanks a lot !!! ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ . ቃል ሂወት መግቢ ኢዩ እዚ።

  • @user-pu9ck6cd6u
    @user-pu9ck6cd6u ปีที่แล้ว +10

    ኣሜን (3)
    ዝማሬ መላእክቲ የስማዕልና'በጣዕሚ ዝፈትዋ ምዝሙር ❤❤❤

  • @ngstitigraykuwait2737
    @ngstitigraykuwait2737 7 หลายเดือนก่อน +2

    በሰመኣብ ወወልድ ወመንፈስቅዱስ ኣሓዱኣምላኽ ኣሜን። ኣነውን ብፁሑፍ ምሳኹሙ ክዝምር።
    💐ማርያም እኖ ጎይታይ ትምክሕቲ ቅዱሳን ዘይተሕፍር ፀግዒ ናይ ፀሎቶም ልሳን
    እንካዓ እኖይ ኾነት ኢለ እንተዘመርኩ
    ምኽንያት ኣሎኒ በዚ እንተመስከርኩ
    ኣዳም ብበደሉ ንሞት ምስተሓፅየ
    ኣብ ሱባኤ ኣትዩ ቆይሙ እንዳፀለየ
    ዝድሕነላ ብርሃን ኣብ ከርሱ ሪኢዋ
    እኖ ጎይታይ ኢሉ ሂወተይ ኢልዋ
    ኣነ ውን ብናተይ ትምክሕተይ ንክብላ
    ምኽንያት ኣሎኒ እንተዘመርኩላ
    💐ማርያም እኖ ጎይታይ ትምክሕቲ ቅዱሳን ዘይተሕፍር ፀግዒ ናይ ፀሎቶም ልሳን
    እንካዓ እኖይ ኾነት ኢለ እንተዘመርኩ
    ምኽንያት ኣሎኒ በዚ እንተመስከርኩ
    ካብ ዘይምሕር ኣይሂ ዋሕስ ህልውናይ
    ኸልካሊት መዓተይ'ዛ ቀስተ ደመናይ
    ኣምሳል መርከብ ናይ ኖህ ሞት ዝተረፈላ
    ዑቅባ ነብሰይ እንድያ ሂወት ዝረኽበላ
    ንሳ'ያ ጠበቃይ እናበልኩ ክምስክር
    ምኽንያት ኣሎኒ ስማ ንክዝክር
    💐ማርያም እኖ ጎይታይ ትምክሕቲ ቅዱሳን ዘይተሕፍር ፀግዒ ናይ ፀሎቶም ልሳን
    እንካዓ እኖይ ኾነት ኢለ እንተዘመርኩ
    ምኽንያት ኣሎኒ በዚ እንተመስከርኩ
    ኣብቲ ከረን ሲና ሙሴ ምስ ረኣያ
    ኣሮን ብፀናፅል ክውድሳ ርኣያ
    እዝራ ብመሰንቆ ዳዊት ብበገና
    ብእምነት ርእየዮም ከብፅሑ ምስጋና
    ውሽጠይ ቀስቂሱኒ ልበይ ክውድሳ
    ምኽንያት መዝሙረይ ዜማይ እንድያ ንሳ።
    💐ማርያም እኖ ጎይታይ ትምክሕቲ ቅዱሳን ዘይተሕፍር ፀግዒ ናይ ፀሎቶም ልሳን
    እንካዓ እኖይ ኾነት ኢለ እንተዘመርኩ
    ምኽንያት ኣሎኒ በዚ እንተመስከርኩ
    መልኣከ ብስራት ብፅእቲ ምስ በላ
    ኤልሳቤጥሰጊዳ እኖ ጎይታይ ኢላ
    ያሬድ ብማህሌቱ ኤፍሬም ብዉዳሴ
    ሕርያቆስ ስዒቡ ምስ ሰርዐ ቅዳሴ
    ብሰማይን ብምድርን ምስ ተገልፀ ክብራ
    ምኽንያት ኣሎኒ ዘየምር ንኽብራ
    💐ማርያም እኖ ጎይታይ ትምክሕቲ ቅዱሳን ዘይተሕፍር ፀግዒ ናይ ፀሎቶም ልሳን
    እንካዓ እኖይ ኾነት ኢለ እንተዘመርኩ
    ምኽንያት ኣሎኒ በዚ እንተመስከርኩ
    ወስባሓት ለእግዚኣብሔር ሉዑል
    ወለወላዲቱ ድንግል ማርያም
    ወለመስቀሉ ኩቡር ኣሜን💓💐

  • @wedeasmeraxaida1235
    @wedeasmeraxaida1235 3 ปีที่แล้ว +12

    Amen Amen Amen adena kdsti dngl mariyam kbrn msganan niaki adena 🙏🙏🙏

  • @azebgebrehiwet7492
    @azebgebrehiwet7492 3 หลายเดือนก่อน +2

    amelak yemesegen nekulatena kea fetari mesana yekun temesegen fetari 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @muluzeneb8846
    @muluzeneb8846 2 ปีที่แล้ว +27

    አልልልልልልልልልልልል
    ዝማሬ መላአክቲ ያሰመዐልና👏💒❤

  • @kisunaho5507
    @kisunaho5507 3 ปีที่แล้ว +23

    Zeytemeno mezmur ❤🙏 edemen tenann yihabka zmare melakti yesmealena 🙏

  • @user-zx7hd7qi9e
    @user-zx7hd7qi9e ปีที่แล้ว +6

    ማርያም ኣዶ ጎይታ ትምክሕት ቅዱሳን ብጣዕሚ ዝፈትዋ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡራተይ

  • @rahelrahel.zenebe4299
    @rahelrahel.zenebe4299 4 ปีที่แล้ว +12

    Aseyyy des ktbl mezmur zmare melakti yesmealna yehwat 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤

  • @user-oq1pz6or5f
    @user-oq1pz6or5f ปีที่แล้ว +10

    አሜን ዝማሪ መላእክት የሰመዕልና ማርያም አደይ❤

  • @arayaberhe1056
    @arayaberhe1056 2 ปีที่แล้ว +10

    ኣሜን(3) ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓልና እግዚኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርከልኩም ቡሩካተይ ናተይ።

  • @abelmedhanie8731
    @abelmedhanie8731 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓና❤❤❤

  • @user-ct5yd4tw3b
    @user-ct5yd4tw3b ปีที่แล้ว +5

    ❤ማርያም ❤ኣደ ተዋህዶ እምነተይ❤

  • @fenaitweldeab5949
    @fenaitweldeab5949 3 ปีที่แล้ว +7

    Amen amen amen zumare meliakut yesmalina xelotn redatnu nay emeamilak mis kuluna yukni

  • @HanaGhrimay
    @HanaGhrimay ปีที่แล้ว +8

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መለኣክት የስመዐልና🙏🙏🙏

  • @user-xu5uq1bt3c
    @user-xu5uq1bt3c 2 ปีที่แล้ว +10

    ኣሜንንን ኣሜንንን ኣሜንንን ዘማሪ መለእክቲ የስምዐልና🙏🙏💖💖💕💕

  • @temesgenfetari6586
    @temesgenfetari6586 4 ปีที่แล้ว +14

    ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና

  • @berketokibay5453
    @berketokibay5453 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣሜን (((3))) ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና🙏

  • @titigaltigray7118
    @titigaltigray7118 2 ปีที่แล้ว +12

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @lemigaultigray505
    @lemigaultigray505 2 ปีที่แล้ว +12

    አልልልል አልልልል አልልልልል ዝማርየ መላክት የሰማዓልና 🙏🙏🙏

  • @lidyayemane5254
    @lidyayemane5254 3 ปีที่แล้ว +5

    ኩሉ ግዜ ኤ ድሰምኣ ደስ ኢያ ትብለኒ ንፉእ ዘማራይ ኣብ ካልእ መዝሙርካ የራኽበና ቃል ሂወት የስማኣልና

  • @kusuntekle1532
    @kusuntekle1532 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይይ ዝማሬ መላኣክት የሰመዐልና 👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @suzanne621
    @suzanne621 ปีที่แล้ว +5

    This is the best mezmur i ever head omg thank hou for everything god❤🎉😊

    • @Yeahmes2336
      @Yeahmes2336 9 หลายเดือนก่อน

      You should listen to his other mezmurs his name is henok fikadu

  • @dawitewaymamaye3299
    @dawitewaymamaye3299 3 ปีที่แล้ว +5

    Amen amen amen zmare malkti ysmalna buruk hawey

  • @user-ij5wo1le6j
    @user-ij5wo1le6j 2 ปีที่แล้ว +9

    ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና😥🤲🌹

  • @adyamhaile3986
    @adyamhaile3986 3 ปีที่แล้ว +10

    Amen Amen Amen Zmare Melaekti Yesmalna
    BEST MEZMUR

  • @febenandemeskel8301
    @febenandemeskel8301 3 ปีที่แล้ว +6

    Amen zmare melaekti yesmialina brukat ahwatey

  • @teddyamhara
    @teddyamhara 2 ปีที่แล้ว +4

    ዝፈትዋ መዝሙር😧

  • @biriredae4555
    @biriredae4555 2 ปีที่แล้ว +1

    Btaemi des tebel mesmur keslewo zem yehwatey redietan analadnetan adena kdsti maryam msakumn ms kulu hizbi krstyan ykun

  • @desetdawit3507
    @desetdawit3507 2 ปีที่แล้ว +2

    ዕልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና

  • @luliluli9675
    @luliluli9675 2 ปีที่แล้ว +8

    ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ ይስምዓና 🙏🙏🙏

  • @alexanderzebib6300
    @alexanderzebib6300 3 ปีที่แล้ว +33

    God bless you all abundantly .

  • @aaqq923
    @aaqq923 2 ปีที่แล้ว +6

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕልኩም

  • @lulyanaQueen727
    @lulyanaQueen727 3 ปีที่แล้ว +5

    Amen Amen Amen qale hiwet ysmealna elllllll

  • @wasli8257
    @wasli8257 4 ปีที่แล้ว +9

    አሜን አሜን አሜን አሜን ማርያም አዶ ጎይታ አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን

  • @tsegaabraha1428
    @tsegaabraha1428 3 ปีที่แล้ว +5

    ellllll elllllll ellllll zmare melakt yesmealna

  • @mizantesfamariam1537
    @mizantesfamariam1537 2 ปีที่แล้ว +8

    I love this mezmur

  • @IbelongtoJesus123
    @IbelongtoJesus123 6 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen Zmare melakti yesmalna 🥰🥰🥰🙌🏾🙌🏾🙌🏾😇😇😇🙏🏾🙏🏾🙏🏾♥️♥️♥️

  • @wintagebrezgabher5163
    @wintagebrezgabher5163 ปีที่แล้ว +5

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን

  • @brhananatey2780
    @brhananatey2780 3 ปีที่แล้ว +4

    Zmari melekti yesmealna

  • @selamtesfay6177
    @selamtesfay6177 3 ปีที่แล้ว +7

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና!

  • @user-si9mu7il7k
    @user-si9mu7il7k 4 หลายเดือนก่อน +1

    እመብርሃን ኽብርኺ ኣይግለጽን እዩ

  • @EM-fw2sr
    @EM-fw2sr 2 ปีที่แล้ว +7

    I love ❤ 😍 💖 ❣ 💕 Mezmur

  • @azmeraefrem6353
    @azmeraefrem6353 3 ปีที่แล้ว +6

    Amen Amen Amen zemari melakti yesmealina 🙏🙏🙏👏👏👏💕💕💕💒💒💒

  • @weyniqueen4826
    @weyniqueen4826 2 ปีที่แล้ว +12

    ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና ብሓቂ ክቡራት የሕዋት ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር♥️🥀

  • @frealem9522
    @frealem9522 2 ปีที่แล้ว +20

    ማርያመይ ኣደይ ♥♥♥
    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

  • @solomunbrhane4123
    @solomunbrhane4123 4 ปีที่แล้ว +4

    Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna tsega yebzh egziabher

  • @danielasgedom202
    @danielasgedom202 2 ปีที่แล้ว +1

    zimare melakti yesmalna nay agelglot zemenkum yqeds amebrhan was kulatna ja amen amen amen 💒💒💒

  • @ZemenEritrea-go9pc
    @ZemenEritrea-go9pc ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen amen 🙏🙏🙏🙌❤❤❤. Enqa keresteyan konku enqa Adey mariyam Adey konettttt elllllllllllllllllllllllllllll zemare melaktie yesmealena hawey natey ❤❤❤

  • @mmn6045
    @mmn6045 2 หลายเดือนก่อน

    አሜን ዘማሪመላእክት የስምዐልና ኣሕዋተይ 🙏

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen 🙏zmarye Melaekti yesmeana ❤

  • @gottseidanke7459
    @gottseidanke7459 3 ปีที่แล้ว +3

    Amen zmare melaekti yesmealna behaki sema mxgab seneya egzabher xege ab resi xega yebzehalkum

  • @mhretyowhans550
    @mhretyowhans550 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen zimare melakit yesmalna dingil Mariyam adey tebeqay wahisey hadera xelotkin bereketan ay feleyena egziabiher amlak edimen tienan yhabikum

  • @robelmosazghilebasiblessed1730
    @robelmosazghilebasiblessed1730 3 ปีที่แล้ว +3

    Amlak tsegiu abzihu ybarka...!!!! Btaemi des zibl hawey ...!!!!

  • @girmayasgodom6939
    @girmayasgodom6939 4 ปีที่แล้ว +4

    Amen Zmare melaekti yesmealna ❤🙏❤🙏❤🙏🏰💒🏰

  • @robitsegay9868
    @robitsegay9868 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen zmare malakt yesmal maram ade goyta nefkur wedi lemnelna hasb lebna kesmrlna

  • @yoditzerom689
    @yoditzerom689 4 ปีที่แล้ว +5

    Amen amen amen zmare meliakti yesmaena 🙏🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️

  • @zelibarbarzeli2656
    @zelibarbarzeli2656 2 ปีที่แล้ว +1

    zmare melakti yesmealna eme berhan qdsti dngl mariam ms kulatna tkun amen amen amen

  • @segenabraham1887
    @segenabraham1887 3 ปีที่แล้ว +5

    Amen amen zemari melakti ysmalna ❤❤

  • @tesfitghebretnsea4865
    @tesfitghebretnsea4865 3 ปีที่แล้ว +3

    Amen amen amen zmare melekti yesmealna

  • @wedi.eri.5425
    @wedi.eri.5425 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣክት የስመዓልና❤ ❤ ❤ 🙏 🙏 🙏

  • @yardanosbereket1788
    @yardanosbereket1788 3 ปีที่แล้ว +1

    zemarey melakti yesmealna, nza kegetm xegu zbezahalu hawuna dyakon teame segeide,egzabhier ,xegu yebzahalu.

  • @fiyorgezae1207
    @fiyorgezae1207 7 หลายเดือนก่อน

    እልልልልልልል እመብርሃነይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዝማሬ መላእክቲ የስማዓና ጸጉኡ የብዛሓልኩም ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 2 หลายเดือนก่อน +1

    May Jesus Christ Bless you Amen Amen Amen.

  • @user-md5nr8ir2j
    @user-md5nr8ir2j 10 หลายเดือนก่อน +1

    ❤ፍቅሪ ኣሎኒ ❤ ፍቅሪ እመብርሃን❤

  • @zaidhabtit8406
    @zaidhabtit8406 2 ปีที่แล้ว +1

    Zemara mealaktii yesmalna buruk hawna egzabher amlak zetmsgna yekun amen amen amen

  • @jontewelde9697
    @jontewelde9697 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝማረ ማልኣክቲ የስምዓልና ድያቆን ሓውና

  • @user-jw6gf5oi4m
    @user-jw6gf5oi4m 10 หลายเดือนก่อน +1

    Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @tm20rawsfly43
    @tm20rawsfly43 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Zmare Melaekt Yesmealna elllllllllllll

  • @user-vq5ub3wl4d
    @user-vq5ub3wl4d 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ዝማየ መልኽቲ ይስምዓልና

  • @user-bj1um5yx5o
    @user-bj1um5yx5o 2 หลายเดือนก่อน

    እልልልልልልልልልልል ዝማረ መላእኸቲ የሰመኣልና

  • @TemesgenTesfu-lv6pq
    @TemesgenTesfu-lv6pq หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ዘማሬ መላአክት ያስማልን❤❤❤❤❤❤

  • @rutateklu1468
    @rutateklu1468 ปีที่แล้ว +1

    Elllllll zmare melaekt yesmalna

  • @grmayamine9279
    @grmayamine9279 2 ปีที่แล้ว +1

    Zmare meliakti yesmaelna kubur hawna

  • @RobelTeklebrhan-gm2jf
    @RobelTeklebrhan-gm2jf 3 หลายเดือนก่อน

    አሜን እሜን እሜን ዝሜሬ መልኣክቲ የስምዓና❤❤❤

  • @helenberhane2479
    @helenberhane2479 2 ปีที่แล้ว +5

    Amen. Thankyou God bless you

  • @rotes3106
    @rotes3106 2 หลายเดือนก่อน

    Zmare melakt yesma'alna! Nay eme berhan bereketa ms kulna deka ykun.

  • @temesgenamlakey9469
    @temesgenamlakey9469 2 ปีที่แล้ว +1

    Asey semiaka zeytmuno mezmur
    Zmare melakti ysemalna yhwatey 🙏🙏🙏 ❤❤❤

  • @helenbrhane12212
    @helenbrhane12212 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen zemare melaeket yesemealena Kebure hawey emebrhane be fekera tedegefeka 🙏🙏🙏❣❣❣

  • @trhasabrham9949
    @trhasabrham9949 3 ปีที่แล้ว +1

    ellllllllllllllllll asey zmare melakti yesmana des tbl mezumur adey maram ms kulatna tkum

  • @johnmikl1369
    @johnmikl1369 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen zmare melaekt yesmealna.
    Berektan Redietan nay Eme Brhan ms kulna hzbe Kristian ykun!

  • @luwamtekleluwam9259
    @luwamtekleluwam9259 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen zmare melaekt yesmalna

  • @biniamghebremichael423
    @biniamghebremichael423 2 ปีที่แล้ว +1

    Amem amen amen qale hiwet yesmalna 🙏🙏🙏

  • @habtomkesete836
    @habtomkesete836 3 ปีที่แล้ว +1

    Nay bhaqi zeythefr ade zmare melaekt yesmalna

  • @habtombeyenebeyene4915
    @habtombeyenebeyene4915 2 ปีที่แล้ว +1

    zermare melakti ysmana beotami dese teble mezumr❤❤❤

  • @user-rn2ch7wl4y
    @user-rn2ch7wl4y 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen Zmare melakt yasemaln elll elll elll

  • @user-mk6mu9rr5l
    @user-mk6mu9rr5l ปีที่แล้ว +2

    Love this mezmuer 🎉❤