Ayoo I don't even speak tigrega but I loved this mezmur so much😭😭and I didn't even realize it has amharic on it😍😍😍 I love you our Eritrea ortodox brothers and sisters😭 ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን!!❤❤❤ 🇪🇹🇪🇹🇪🇹
Zwahatelka meredatat ane wn kendi ezi netbi kberhaley bzuh gize hatite ab kndi tihzto meliekti zemhalalf zelo nneqf kab bahli ztemorkse ena nneqf for example ab mesarhi musica bzuh yzreb eyu bbegena bmesenki enbltan negzabher amsgno zbl xhuf ena neqrba yegdas kemu ente koynu gn kulu seb zserho zebele zemenawi mesarihtat kntkem yeblnan malet u .. egypt.russia.greek .hndi ..Bulgarian. kulu mesrahi music ytkema eyen nezien ke menafkat wey tehadso dina knblom no amlak wela b mankan dstn kem kebero tetekimka ente amsgenkayo xegem zelewo aymeslenn bejakum abti qal amlak netekur bereket hawna ka xegiu yebzhalka bah zebl tesfana semay zerg mezmur zmare melakti yesmalna
I love your healing voice. I thank God for creating you. You're important to my healing journey. I pray for you 🙏 I pray for you 🙏I pray for you 🙏 thank you thank you thank you thank you thank you thank you egzabhare yestelgne, selam, Tena, fekre fetare yesethi.
ብዘይ ንስካ መን ኣለኒ ደዩ ጸግዒ
ብዘይ ቅልጽምካስ መን ኔሩኒ ደጋፊ.
ሓሳብ ደሓን ዩ ሓሳብካ ንዓይ
ኢየሱስ ክርስቶስ ጎይታ ኪበረለይ
ሊዕሊ ዛ ነብሰይ ዝሓለካለይ
ወዲ ህያው ኣምላክ ቀያሪ ታሪከይ
ካብ መርኮ ሰይጣን ንብዙሕ ዘመናት
ጽድቀይ ናተቆጽረ ቀዳድ ጨርቂ ሪክሰት
ብተስፋ ኪጽበ ኪርኢ ምድሓነይ
ካብ ሰማይ ወሪድካ ሞይትካዮ ንሞትይ
ንፍቅርካ'ሞ ኪዝምር የ ጌና ማንነተይ ቀይርካዮ ኢካ
ጌታ ለፍቅርህ እዘምራለው ገና ማንኔተ ቀይረሃል አና
ማእሰርቲ ለጌዎን ምስ ጸኒዓ ነብሰይ
ለይቲ ምስ መዓልቲ መቃብር ኪከውን ስፍራይ
ከመይ ኪርስዖ 'ቲ ዚገበርካለይ
መዝሙር ቀይርካዮ ኢካ ናይ ትማል ኣውያተይ
እቲ ካ ብድፍረት ንቤትካ ከሳዲድ
ኣመንቲ ደቅካ ካብ ቤቶም ኪሳጉግ
ናይ ትማሊ ሳኦል ናይ ሎሚ ግን ፓውሎስ
ሕሩይ ኣቅሓ ጌርካ ሸሙካኒ ክርስቶስ
መን ዩ ዘይፍወስ ንስምካ ጸዊዑ
መንዪ ዝተነጽገ ናባካ ቀሪቡ
መንገዲን ሓቅን ሂወትን ኢካ ንዓይ
ኣብ ፍቃድካ ምንባር ኮይኑሎ ምርጫይ
ጎይታ ታሪክና ቀይሩ ናብ ቤቱ ዪምለሰና
ርሑስ በዓለ ፋሲካ ይግበረልና
M. Yonas Minassie ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎚
Thanx
💕💕
Thank you so much for the lyrics
Tack så mycket
እኔግን ትግርኛ ስሰማ እባዬ ይመጣል ማረያምን ቃላት ያጥረኛል ብቻ ዉ ድድድድ ነዉ ማረጋቹ እኔ ወንድማቹ ከጉራጌ ተዋህዶ ለዘላለም ትኑር አሜን
amen brothers and sisters Gurage we love to much god bless you all deki tewahdo
እዚ ድምጺ ኣብ መዝሙር ክትሰምዖ ክንደይ ደስ ይበል እሞ ከኣ ምስ ካብ መዓር ዝጥዕም ቓል። ኣምላኽ ኣብ እምነትካ ክትጸንዕ ይሓግዝካን ይሓግዘናን።🤲
yes
Amen Amen Amen
Amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen Amen Amen
እኔ ኢትዮጵያዊ ነኝ…ትግርኛ ቋንቋ መስማትም ሆነ መናገር አልችልም፡፡ ነገር ግን በኤርትራውያን ዝማሬ ፍቅር ተወስጃለሁ
It is easy to learn. Just invest one hour a day for 3 months. You will learn it easily and deligently. It is much easier for Amharic speakers.
Same here 😊
Thanks you sweetheart
Enamesegnalen w
Yena konjo ayzosh
I am Ethiopia
But I love Eritrea Mezmur ❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Ist good
We love too etiopian mezmur
ዋና ነገሩ እግዛእብሄር ፍቅሪ ዩ ብኩሉ ምፍቃር ዩ we love too Ethiopian mezmur 💒💒💒💒♥️♥️♥️
አሀው መዝሙር ኤሪትራ ኣይደለም
ማለት የኦርቶዶክስ መዝሙር ቢቻ ኖው
@@damitsegay5349 esuma leke neh
Gin ene lemalet yefeleku Qonkawun selamalek new
Ayoo I don't even speak tigrega but I loved this mezmur so much😭😭and I didn't even realize it has amharic on it😍😍😍
I love you our Eritrea ortodox brothers and sisters😭
ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን!!❤❤❤
🇪🇹🇪🇹🇪🇹
We love u too 😌
same here lolllll I love it tho
Same too
We love you too❤️❤️
We love u too ❤
ኣዝያ ደስ ትብል መዝሙር ፡ ኣምላኽ ሰማይ መመሊሱ ንሓድሽ መዝሙር ከናፍርካ ይቅብኣዮ ። ጎይታ ኢየሱስ ዘመን ህይወትካ ይባርኮ ።
Amhric alwj amhao oshq 😅.key pbwl Bela wlw lwh lwhw
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ተዋሃዶ ደው ይበለልና መድሃኒናን ጎይታናንን ዮሱስ ኩሩሱቶስ ባዕልካ ሓልወና ሰላም ኣውርደልና ንመላአ ዓለም
I start ma every single day with this mezmur God is powerful Amen 🙏
¡P¡l¡
Amen 🙏🏽🙏🏽🙏🏽 yes he is so powerful & can’t live without his mercy & blessings🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽 glory be to god 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Anen
Me too
Gxhxvnxhx
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ቋንቋዉን ባልችልም ግን ትንሽ ትንሽ ገብቶኛል ዉድድድድ ነዉ የማረጋቹ ዉድ የኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ልጆች እህት ወድሞቼ❤️❤️❤️❤️❤️🙏
በስመ ኣብ ውወልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን
በእንተ መዝሙራት
እሺ እምባኣር የሕዋት ኣብ ሪኢቶታትን ነቀፈታን ብፍላይ ኣብ ናይ በረኸት ሓውና መዛሙር ብዙሕ ኢየ ዝዕዘብ፡ ተገዲሰ ድማ የንብቦ።
ግን ኩቡራት የሕዋተይ ስድራ ክርስቶስ ብሓቂ ዲና ኢየሱስ ክምስገን ኮሎ ንጠራጠር ማሌት ብዙሕ ሕቶ ይመጸና ኣሻባሽባ ጾግርኻ ዜማኻ ዝብሃል ዘሎ ድንግል ማርያም ኣዴና ትምስገን እንተ ትህሉ ኣይምተሓተተን ከም ዝርድኣኒ ብዙሕ ክጽሕፍ ምኻኣልኩ ግን ክነንብብ ዝስልችወና ስለ ዘለና ከሕጽሮ
መዝሙር ማዓስ ተጀሚሩ (ኢሰ 6፥1 ራኢ ዮ 5፥8 መዝ 102፥20) መላእኽቲ ከምዝጀመሩዎ የረዳኣና
መዝሙር ክዝምር ዝኽእል መን ኢዩ ( መዝ 105፥6) ፉጡር ዘበለ ኩሉ የመስግን ይብለና መጽሓፍ ቁዱስና ጨግሩ ዘንውሐ ከየመስግን ሸብሾቦ ዘይክእል ከየመስግን ኣይበለናን ኡካ ዳኣ ኩሉ ንከመስግን ከም ዝተፈጠረ ይነግረና ( 3 መቃ 4፣11)
ናይ ቤተ ክርስትያንና ስርዓት ድማ መሳርሒ ጥንታዊ ክኸውን ከም ዘለዎ ካብ(መዝ 105፥6) ኣውጺኦም ኣብ መምርሒ ትምህርተ ሰንበት ኣን 55፥2 ገጽ 152 ይነግሩና
ኣብ ዜማ ብፍላይ ያሬዳዊ ዜማ ኢና ንፈልጥ ይብሃል ኢዩ ብርግጽ ቤተ ክርስትያንና ኣብ ያሬዳዊ ዜማ ተሞርኪሳ ሳኣታት ዱጋ ቅኔ. ..... ኣለዋ ግን እዚ ሓደሽቲ መዝሙር ወረብ ዘይኮነስ ነዋሕቲ መዝሙር ማዓስ ኢዩ ያረዳዊ ኮይኑ ማዓስ ኢዩ ኸ ቁዱስ ያሬድ ብ በገና ብሻምብቆ ብ መሰንቆ( ጭራ ዋጣ) ዝዘመረ
ዘማራይ ቅዱስ ዳዊት እንተ ሪና ብተመስጦ ከመስግን ኮሎ ኢና ንርኢ 2ይ ሳሙኤል 6 (2 Samuel)
16፤ ኰነ ኸኣ፡ እቲ ታቦት እግዚኣብሄር ናብ ከተማ ዳዊት ኪአቱ ኸሎ፡ ሚካል ጓል ሳኦል ብመስኰት ተቐልቂላ ንጉስ ዳዊት ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኪሰርርን ኪስዕስዕን ከሎ ረአየቶ እሞ ብልባ ነዐቐቶ።
እዚ ቃል ዝነግረና ን ኣምላኹ ዘመስግን ዘሎ ምንዓቅ ንመኻንነት ከም ዘፍርድ ኢዩ አታ ታሪኽ ወድእዋ ከይ ፈለጥካ ምንዓቅ ውጺኢቱ ኣብ ሰበይቲ ዘማራይ ቁዱስ ዳዊት ንራኣዮ
እዚ መዝሙር ናትና ኣይኮነን ናይ መናፍቃን ዝብሉ ሰባት ኣሌዉ ንኣምላኽ ኢየሱስ ምምስጋን ድዩ ናትና ዘይኮነ ብፍልጠት እምበር ብ ተባህለ ኣይንጎዓዝ ንሓደ ሰብ ባዕልና መገዱ ኣይነርሕቆ ኦርቶዶክስ ሙኻን ስጋብ ዝጸልእ ኣይንግበሮ ኣብ ኦርቶዶክስ ኤርትራ መዝሙር ካብ ዝጅመር ብዙሕ ኣይገበረን ዋላ ኣብ ኢትዮጵያ ስለዚ ምስ ባህሊ ዝተታሓሐዘ መዝሙር ኢዩ ዘለና ኡሞ ከም ሕጊ ክንርእዮ የብልናን ኣብቲ ቃል ኣምላኽ ነድህብ ዜማ ናይ ኦርቶዶክስ ዜማ ናይ ጴንጠ ዜማ ናይ ታሃድሶ ካብ ንብል ግጥሚ ናይ ዕርቶዶክስ ኣይኮነን ንበል የሕዋት መረዳእታ ዝኾነና ድማ ስርዓት ዘይኮነስ ሕጊ ኢዩ ሕጊ ድማ ኩሉ ይዘምር ኢዩ ዝብል ጻድቅ ጥራሕ ይዘምር ኣይብልን ኢዩ ኡሞ ብሕጊ ንመራሕ
ስለዚ የሕዋተይ ካብ ብዙሕ ጽሕፈት ብዙሕ ጉድለት ኣሎ ኢዩ ኡሞ ብትሕትና ክትእርሙኒ ይላቦ ኣኔ ተማሃራይ ኢየ እግዚኣቢሄር ዝጎደለ ይኣርመለይ ኣሜን
Behaki ❤️
Zwahatelka meredatat ane wn kendi ezi netbi kberhaley bzuh gize hatite ab kndi tihzto meliekti zemhalalf zelo nneqf kab bahli ztemorkse ena nneqf for example ab mesarhi musica bzuh yzreb eyu bbegena bmesenki enbltan negzabher amsgno zbl xhuf ena neqrba yegdas kemu ente koynu gn kulu seb zserho zebele zemenawi mesarihtat kntkem yeblnan malet u .. egypt.russia.greek .hndi ..Bulgarian. kulu mesrahi music ytkema eyen nezien ke menafkat wey tehadso dina knblom no amlak wela b mankan dstn kem kebero tetekimka ente amsgenkayo xegem zelewo aymeslenn bejakum abti qal amlak netekur bereket hawna ka xegiu yebzhalka bah zebl tesfana semay zerg mezmur zmare melakti yesmalna
Wow betami thank you tegediska eti kulatna kinfelto zelena sle zefeltakana kibur hawey
ᵏᵃˡᵉ ʰⁱʷᵉᵗ ʸᵉˢᵐᵉᵃˡⁱⁿᵃ ᵏⁱᵇʳᵘ ʰᵃʷᵘⁿᵃ
Xebuke alka hawey buzhate alweu nay menkafe bahrie zalewom abe serhe gen zero. Nate sabe moral ketenkfu zemaxu so hawey eza xehfuka wala abzen hadshtie mazmur nay bereket eza reto dagemka ketxhefa yelabweka kubur hawey selame naka yekun
ሓሳብ ደሓንዩ ሓሳብካ ንዓይ
ወዲ ህያው ኣምላክ ቀያር ታሪኸይ
ኣማን ብ ኣማን መንነተይ ቀይርዎ ዩ
ተመስገን ኣምላኸይ ብሓቂ በረኸት
ሓወይ ጸጉኡ የብዝሓልካ
ጥዑም ፅቡቅ ድምፂ ድምፅ በጣም ያምራል በአማርኛ አንድ መዝሙር አውጣ በፈጠረህ
ይህ መዝሙር የራሴን ህይወት የሚዳስስ ያህል ነው ውስጤን የሚነካኝ:: ተባረክ ወንድም
በርታልኝ ወንድሜ ገና በሁሉም ቋንቋ ምድርልን እንምላለን ቃለ ህይወት ያሰማልን
ልቢ ዘዕርፍ መዝሙር በሓቂ ክብሪ ኩሉ ንሱ ይውሰድ ብነገ ኩሉ ተባረክ በረከት ሓወይ ቀጽሎ
ሓሳብ ድሓን'ዩ ሓሳብካ ንዓይ ❤
AMEN 🙌
Xegau yebzahalka hawey Bruk🙌
ጌታ ለፍቅርህ እዘምራለሁ ገና
ማንነቴን ቀይረሃልና ❤❤❤
ኣሜን በረከት ሓወይ ታሪክና ይቀይር። ንቅድም ኣምላክ ይመስገን ። ንስካ ድማ ኣጆካ ቀጽሎ ኣንበሳ ተዋህዶ ሓውና ኣብ ጎንካ ኣለና።
Kbur hawey Zemari Bereket Tikue, Ane Btaemi ye Zekbreka Zfetweka Bro,Degagime ye Comment Zxhfelka mknyatu Semia Suk kibl Yskef Bro Man🙏🙏🙏✝️ Egziabher Amlak Timneyo Kulu Yhabka Mis kulom Sidra betka Yehwatka Yeiruktkan kulom tfetwom Sebatn Selamn Kisanetn fiqrn Yimneyelka 🙏🙏🙏✝️,Niska nayzi Zemen Ngus Dawit Barya Egziabher Eka Behaki, Egziabher Msaka Kem zelo Beti Zeleka Menfes Yirdeaniyu,🙏🙏🙏✝️,Eti Rekibkayo zeleka Kibri azyu wuhudyu misti Agelguletka Krieyo keleku✝️,May Jesus Christ Bless you with all the Blessings You Deserve Bro Man✝️,You are the heart of Eritrean Orthodox Bro man🙏🙏🙏✝️.Egziabher Amlak b yemanay edu Ykebelka🙏🙏🙏✝️
ሓንቲ ካብተን ሃረር ኢለ ዝጽበያ ዝነበርኩ መዝሙር ኢያ። ዝማሬ መላእክት የስመዓልና። በረከት ሐወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። 🙏 ልኡል እግዘብሔር ነዚ ኣጨናቅን ኣፍራሕን ተላባዒ ሕማም ይቀንጥጠልና። 🙏 ሩህሩህን ፈቃር ኣምላክን እዩ። ኩሉ ዝከኣሎ ኣምላኽ ምሕረቱን ይቅሬታኡን ይልኣከልና። 🙏
Amen
b mejemerta egiabiher neza elet zkewun tinfas hibu nqalu knsemie zfeqedelna egziabiher kbrin msganan ykuna bmqxal zmare melaekti yesmealna egziabiher jemerti zeykona fetsemti kgebrena natu sena fqad ykun eshi sdrana selam nay egziabiher amlak msakum ykun behaki etom gzekum atifiekum comment zxehafkum egziabiher xegakum yebzhalkum nhawuna dma ezi tegsax nay egziabiher eyu emo shelel aytibelo tfetwo hawuka eka tgsxo emo nay ahwatka tegsax semieka ktierem egziabiher libi lidya zkefete lbika ykfetelka ykfetelna bruk hawey egziabiher nkulatna bmhretu ytemtena
Aseyyyy newih ztexebekwa mezmur lomi Awdeamet mexyatley
Rhus awdeamet ygberelna ezi weridu zelo hmam ysewrelna
Amen Amen Amen ❤❤❤.
Amen (3)
ክርስቶስ ተንሳኣ ሙታን
በኣቢይ ሃይል ወስልጣን
ኣሰሮ ለይሰጣን
ኣጋኣዞ ለኣዳም
ሰላም
እምይዜሰ
ኮነ ፍስሃ ወሰላም።
ዝማሬ መላእክት የስማኣልና ቡሩኻት ኣሕዋትና ብዘይ ንሱ የለን ሓይሊ ብዘይ ወላዲቱ የለን ፍቕሪ ኣምላኽ ይባርኩም ጾሎትን ትጋሃትን ፍቕርን ሓይልን ናይ ኣቦታትና ምስ ኩልና ይኹን ፉቑራት በርቱዑ ዘመሩ፨፨፨፨ክዝምር እየ ጌና,,,,,
"እንቋዕ ኣምላኸይ ኮንካ" ኣነ ዉን እንቋዕ ጓልካ ኮንኩ..... ኣታ ህያው ናይ ምሕረት ኣምላኽ... ሓሳብ ድሓንዩ ሓሳብካ ንዓይ...ልዕሊ እዛ ነብሰይ ዝሓለኻለይ ወዲ ህያው ኣምላኽ ቀያሪ ታሪኸይ... ጸግኡ የብዝሓልካ ዘማሪ በረኸት።
Yuhut
Was yet another one of my favourite things in my head you you you
Hi there thank t c
Bunet gn kulatna orthodox xegem alena kemzi elu sle zizemeres meat frdi men eye ane kidm nbel kidmi mifradkum.... ......nexela zeygeberka ashebashba gele ... hallew nay nebskum gberu pls bae!!!!!!!!!! berie hawey zmare dawit zteqebele zmarieka yqebelelka goyta eyesus❤️🙏🏽dngl mariam wetru msaka tkun.❤️
Thank you kedimkni ab mesmerki aleku
Ane wn msaki aleku.
Well said ! Sali.
Amen, keep up this good work, ዘማሪ በረኸት
Nay dangl mariam tetkown eza mezmur aymtezarebun neirom
Nay bhaki Brkti lomi eta qnieti qetitena mengede orthodox nay seb nexelan riesom ztiqlulun eko trah gerom hasiboma.orthodox b kristos aminka xelot kudusan enda temahxenka bqdsna tnebrelu mengede hiwet eiu. Dehar kea Eti nay goyta Mezmur trah eiu komu zbehal eze kea reqiq miela seytan eiu.kbri n kristos amlakna.
ዉህደት ቀመማትካ ፍቕሪ ዝመስረቶ
ኣድማስ ህያባትካ ለዉሃት ዝሰረቶ
ክምብርክኸ'የ ኣነ ንስለ ክብርኻ
ሕያው ኢኻ ኢየሱሰይ ኣይርከብን ከማኻ
***ክብሪ ንስሙ***
ዝማሬ መላኽት የስምዓልና፡ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልካ!!!
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️💙❤️
ዘመናት ክቕየሩ ንስኻ ዘይትቕየር፣ሰብ ክልወጥ ንስኻ ዘይትልወጥ፣ወዲ ድንግል ማርያም ገንሸል ፋሲካና ክብርን ስልጣንን ኣምኾን ዉዳሴን ካብ ምድሪ ክስብ ኣርያም ፣ሎምን ኩሉሳዕን ንዓኻ ይኹን ኣሜንንንንን ማራ ናታ!!!
ኣምላኽ ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልካ፣ካብ ዉዳሴ ኾንቱ ጎይታ ይሓልኽ ዘ.በረኸት ሓወይ
ኦ ኣሕዋተይ ካብ ወፂኻ
ምትራፍ ይምሓረና ኣምለኽ✋🙏🙏
ካብዚ ወሪዱና ዘሎ ሕማም
ምሕረት ካብ ኣምለኽ ይኹነልና
ኣሕዋተይ ኣሜን 🙏🙏
ንስሀ ዘለዎ ሞት ይግበረልና🤚✋
ምሕረት ካብ ሰማይ ፆሎት ንሰማይ
ቃል ሂወት የስመዓልና በሬ ሓውና ብጣዕሚ ድስ ባሃሊት መዝሙር እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሃልካ: ምሕረት የውርደልና ታሪክና ይቀይረልና :
ኣሜን አሜን ኣሜን
ንፍቅርካ'ሞ ክዝምር እየ ገና !ኦ እግዝኣቢሄር ኣምላኽ እዮሱስ ክርስቶስ ጎይታ ክበረለይ ። ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሰይ ደስ ክብል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Egziabeher netom ab emnetom xeniom zxenhu ybark nana kea ab mengedi ena zelena ezibiher yrdaena
ናይ ባሓቂ ብጀካ ፈጣሪ መን አለና ቃለ ሒወት ያስመዓልና ኩቡር ሓውና
ሰላም ኩብራት ኣሕዋተይ ኣ✝️✝️✝️ :: እንቃዕ ጾመ ልጋምና ፈተሓልና❤️❤️❤️ ጎይታናን ኣምላኽናን ኢየሱስ ክርስቶስ እንቃዕ ናብ ብርሃን ትንሳኤኡ ብሰላም ኣብጸሓና ኣብጸሓኩም ::🙏🙏🙏 ጎይታ ብምሕረቱ ኣብ ዓለምና መጽዩ ንዘሎ ሕማም ድማ ብምሕረቱ የርሕቀልና 💖💖💖ሙሉእ ግዑዞ ሂወትና ብግብሪ ጽድቂ ሓወይ ሓፍተይ እንዳ በልና ንሕልፎ ዘላለማዊ ፍቕሪ ይሃበና✝️✝️✝️ ኣብ ሽግር መከራ ዘለዉ ዳሃይ ዘይብሎም ኣሕዋትና ድማ ለዋህ መፍቀር ሰብ እግዚአብሔር ኣምላኽና ብምሕረቱ ይብጻሓዮም❤️❤️❤️ :: ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen
አነለ ካብ ኢትዮጵያ እየ፣ደስ በሃሊ መዝሙር እዩ፤ዝማሬ መላእክት ያስማልን፣ሃዱሽ ከፊተለኩ subscribe ግበሩለይ
ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የማዓልና ኣምላክ በረከት ሓውና ፈጣሪ ጾጉኡ የብዝሓልካ ኣጆካ ቀጽሉ 🙏💒💯⚘💯⚘💯🥰❣❣💞💝💖👍❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤️ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ. ይሃብካ ፈጣሪ ።
Bless,u more and more Berukey.
My lovely brother. ❤️ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ብዘይ ንስኻ መን ኣለኒ ድዩ ጸግዒ
ብዘይ ቅልጽምካስ መን ኔርኒ ደጋፊ
ሓሳብ ደሓንዩ ሓሳብካ ንዓይ
ኢየሱስ ክርስቶስ ጎይታ ክበረለይ
ልዕሊ ዛ ነፍሰይ ዝሓለኻለይ
ወዲ ህያው ኣምላኽ ቀያሪ ታሪኸይ
ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓለይ ክቡር ሓወይ።ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርኽ።
ርሑስ ኣውደኣመት ይግብረልና ንኩሉና ደቂ ተዋህዶ ።እግዚኣብሄር ንህዝብናን ሃገርናን ይባረክ ።
ብዘይ ንስኻስ መን ኣለኒ ድዩ ጸግዒ። ኣሜን ክብሪ ንዕኡ ይኹን ነቲ ለዋህ ጎይታ ኢየሱስ።
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና። በረኸት ሓውና
ዝማሬ መላእክት የስማልና 💔🙏
ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ🙏 ኩቡር ሓውና
ተመስገን ይህን ያሰማኸን አምላክ ። በቤቱ ያፅናህ
ዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር ሓወይ. እግዚአብሔር ቀያሪ እዩ ተመስገን መን ከም ጌታይ ኣምላከይን
Aseeyyy bereket hawna egziabher amlak xegu yebzhalka ,kulu gzie lbey zeref mezmur ms zemerka eka,zmarie melaeket yesmealna🙏🙏🙏
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና 🙏🏾መዘምራን በረኸት ኃዉና ናይ በኃቂ ጥዑም መዝሙር 💗ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርክካ 🥰💗🙏🏾😇
Bereket tekuhu kal hiwet yesmalna zehawey . Ab orthodox hamanotina tigebiro zeleka abi eyu emo amlak hasab libika yesimrelika
Aseyyyyy buzuh zetxbkwa mezmur yehwat nay bahqi Egzabhir amlak nay agelgulot zemnkum yebrak kal hiwet yesmalna Egzabhir zemari qudus dawit zetkbla zemarikan gearkan yekbal bereket hawey 💒🙏🥰
አሜን ዝማሬ ቃል ህይወት የስማዓልን🙏🙏🙏
Aseyyyyyy meas ya tzrgah ye zbl nere nay behaki lbi teresrs mezmur egziabiher amlak tsegeu yebzhalka kbur hawey 🙏❤️ zmare melakti yesmealna amen 💒🙏❤️💒🇪🇷
Am Pentecostal follower but i love this song keep going jesus goyta semayn midrin eyu amen
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዐልና❤❤❤🎉🙏🙏🙏🕯
ኣምሓርኛ ኣብ ክንዲ ነላምዶ ልሳን ቤተክርስትያና ዝኮነ ቋንቋ ግዕዝ እንተ ትጥቀም ምሓሸ፡
እግዚኣብሔር ኣምላክ ይባርካ ቤተክርስቲያና ዘይ ተበርበረ ሃብቲ ኣለዋ ሓደ። ካብኡ ካኣ። ያሬዳዊ ዜማ። ኣለዋ
ግደፍ ዶ ብ ብኣምሓርኛ ብ ናይ ቻይና ውን ክንዝምር ኢና ቃሉ ንዓለም ኣጽኒዑ ዝሓዘ እዩ ስለዚ፣ ቋንቋ ኣይድርቶን እዩ።
ዘማሪ በረኸት ከምኡ ውን መምህር ዝማሬኻ እግዚኣብሄር ኣምላኽ የቀበለልካ ድንግል ማርያም ትባርኻ ግን ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም ንጽበ ኣለና የሕዋትካ ንፈትወካ
እግዚአብሔር ይመስገን !
አሜን (3) ዝማሬ መላዕክት የስመዓልና
መድሀኒአለም ክርስቶስ ይባርካ
አሜን ዝማሬ መላክቲ የስምዓልና ጸጋ አብ ርእሲ ጸጋ የብዝሐልካ ክቡር ሐወይ ዘማሪ በረከት ትኩእ ዕድመ ጥዕናን ትዓድልካ ድንግል ማርያም ምስ ወዳ ጎይታና መድሐኒና እየሱስ ክርስቶስ አሜን❤❤❤
ዝማሬ መልእክት የስምዓልና በረኸት ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ ነዊሕ ኢና ተጸቢናካ ነዛ ጣዕሚ መዝሙርካ ።
Fqri goyta yesus btkkl zteredo zemari orthodox memelisu yeintka ykefet
Amen amen amen ellllll ellll ellll zmaria melakti yesmalna ,bzey nskas men aloni du xegi bzey qlxmkas men naruni degafi hasab dehan u hasabka neay eyosus krustos goyta kbereley 🙏🙏🙏.
Zmare melakiti yesmalna ktse kdqs semia mxgab sieneya amlak xegu yebzhalka Amen Amen Amen ⛪💒⛪💒⛪⛪⛪⛪⛪💒💒💒💒💒💒❤❤❤❤❤❤❤❤❤💒💖💖💖
ዝማሬ መላክት ያሰማልን 🙏❤
ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና እግዝኣሄር ይሃበልና💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛
I love your healing voice. I thank God for creating you. You're important to my healing journey. I pray for you 🙏 I pray for you 🙏I pray for you 🙏 thank you thank you thank you thank you thank you thank you egzabhare yestelgne, selam, Tena, fekre fetare yesethi.
በረከተይ ዝማሬ መላክት የስመዐልና ፀጋ የብዛሓልካ እግዛአብሔር አምላኽ አነስ ናይበረከት መዝሙር ክሰመዕኸለኹ ማራ ይመስጥ 🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🍀🍀🍀🌲☘️🎋🎋☘️🌲🌲🌲🌲🌲🌲
✝️ክርስቶስ ተንስአ እሙታን --- በዐቢይ ኃይል ወስልጣን✝️አሠሮ ለሰይጣን --- አግዓዞ ለአዳም️✝️ሰላም --- እምይእዜሰ✝️ኮነ ---ፍሥሓ ወሰላም✝️
እንቋዕ አብጽሐነ አብጽሕክሙ ለእግዚእነ ወመድኃኒነ ኢየሱስ ክርስቶስ በዓለ ትንሣኤ በሰላም በፍቅር ወበፍሥሓ።ሠናይ በዓል ይኲነክሙ። "ቀያሪ ታሪከይ" ዝማሪ መላእክቲ የስምዐልና ሓውና በረከት።
ፍትዋት ደቂ እግዚኣብሔር ሓዳስ መንፈሳዊት ቻናልና Subscribe ብምግባር ቤተሰብ ይኩኑ። ነመስግን !
Amen amen amen
Amen amen amen
Kahsay Luel red
9
Amen
I love this mezmur so much it makes me cry every time I listen it . Zamara melaekt yesmealna ❤❤🙏🙏
መንፈስካ ዘህድእ መዝሙር! የቐንየልና በረኸት ሓወይ
Amen amen amen kal hiwet yesmealna bereket hawet🙏🙏🙏
The fact that it’s 3 million views 😭😭😭😭😭😭😭hallelujah
We need more same like thisss please
Now 5.2 M view ናይ ዓለም ኩሉ ተመናዊ :ኣሰልቻዊ :ኣድካሚ እዩ ግን ግጽይ ናብ እዮሱስ ክርስቶስ ምስ ገበርኩ ዝረኽቦ ተስፋ : ፍቕሪ : ሰላም : ቓል ናይ እዮሱስ ስምዒኻ ዘይጽገብ : ብመዝሙሩ ጾሎት ሓጎስ :ሰላም ኣሎ ግን ብሓጥያተይ ይበኽ ኣነ ድየ ኔረ ይበል ዝሓለፍ
IAm Ethiopia But ILove Ertrea Mezmur 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከት ሓወይ ጎይታ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ ኣምላክ ታሪካን ይቀይር ክብሪ ንኤልሻዳይ ይኩን ብሩካተይ ዘመንኩም ይባረክ
Zimare meliekit yesmialina ane eza Mezmur kifetwa meat eye kemzi kemay tfetwa ente haliyka/i like habuni 🙏⛪
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ ይስማዓልና፡ጻጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድል ቅዱስ ኣምላክና ርሑስ ኣውዳኣመት ይግበረልና ንኩላትና ህዝቢ ክርስትያ ትንሳኤን ሓድነትን ቤተክርስትያና ይርእየና ቅዱስ ኣምላክና ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልና
Yexemti deresers teum zemari ,zemari meliakt yesmalina 🙏🙏🙏Bereket hawey xegu yebzhalka kulikum abza mezmure tesatefkum yehwat Goyta azizu yebarekum leyti koinu benibeat yesma alku emebrhan mise fikure weda tesabikum hadera abetu xinu hadera neay nedkimti haftikum mise sidray ab xelotekum zekiruni hanti mealti yeamin eya lisaney ne amlke kemsewedsa
ብሓቂ ናብ ኣስቶንቱኖ ተአቱ መዝሙር ዝማሬ መላአኽቲ የስምዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዝመንካ ይባረክ ንኩሉና ኻኣ ናይ መዝሙር ሰባት ይግበረና ፍቁራተይ
Orthodox ayekonkun gen kulu zezemer ne kebri amlke betami eyu dese zeblni beri blessd tebarek you're blessed enda zemrka nebere .🙏🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና በሬ ሓወይ፡ ኮመንት ትህቡ የህዋት ከኣ በጃኩም በዛ ኣብ ኢድና ዘላ ደይትጠቅም፡ሓጺን ብሕማቅ ቃላት፡ነቶም ዝሰርሑ ዘለዉ ከኣ ተስፋ፡ዘቁርጽ ትርር ዝበለ ኣጸሓሕፋ ንግደፎ፡ጌጋ ጥራሕ ትደሊ ተኮይንካ፡ን ጸባ ጸሊም ክትብሎ ዉን ቀሊል ኡዩ፡ ከም ዝመስለኒ ግን ነቲ ናይ ግእዝ መዛሙር ኮቦሮ ሒዝካ ምዝላል፡ለሚድና ኮይና ኢዩ፡ዝሕል ዝበለ ህርመት፡ናይ ንስሓ መዛሙር ቡዙሕ ደይስሕበና፡እቶም ትሰርሑ ከኣ ሓደ ሓቂ ኣሎ ንስካ ደኣ ቅኑዕን እቲ ኣባካ ዘሎ፡መንፈስ ዘይቃዎሞ ስራሕ፡ስራሕ እምበር ንኩሉ ኽተሐጉስ ኣይትኽእልን ኢካ፡ፍርዲ ዝለመዱ ፡ንዝጎዩ ዝዕንቅፉ፡ምዝራብ እምበር ምስራሕ ዘይፈልጡ፡ከይተረድኦም ኣገልገልቲ ጸላኢ ሰናያት ዝኮኑ፡ ነቲ ሞጟሰ ተኣኪቡ ክርእዩ ዘይተዓደሉ ቡዙሓት ኢዮም፡ ኣምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና፡ርሑስ በዓለ ትንሳኤ ጎይታና ኢየሱስ ።
Alie Habtegabr : Amen. Haki b Haki.
Nay bhaki zhawey kemzi kemaka lebam eu zefelto ajoka bereyy haweyyy amlak ambzihu yebarka ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
Bhaki ezgi azarebeka natna neger bzeyka hmak xbuk deywexena kdan do chama do clip nay alem koynu endabelna balna feredti koyna bereket hawna nfu zmare meleakti yesmealna
ፈላጣት ኢና በዓልቲ ከምዚ ጌሮም፡ኢዮም ዘሳጉጉ እዚ እባ እዚ ኮንካ እናበሉ ነቶም ዝሰርሑ የትሕቱ ኣብ፡ኣበር ምድላይ ይሕልፍዋ ግዝኦም ብዝኮነ ደስ ዘብል ህዱእ መዝሙር ውሽጥካ፡ዝሕድስ
Amien Amien Amien zmare melaekti yesmealna xegeu yebzhalka deacon bereket hawey ab bietu yenbrka bhaki des zbl mezmur ♥️. Ane gn hanti kbla zdli entela naeda zeykone nekefeta eu zeebyena zyada knserh wn zgebrena slezi bahwat zmexekum hanaxi neqefeta teqebelu. Zserh eu zgage kab gegeu zmhar eu ka zabi. Abzi zmexe neqefeta nebyetkumn ebyet betekrstyann eu emo hadera bxbuk menfes teqebilkum eti kerem alewo zbhal zelo armwo. Egziabher edmen tenan yhabkum ab srahkum ka asalto.
አባክ ከተቻለ ምናልባት በፅሁ ፍ መተርጎም አብረን ብንዘምር ተባረክ ፀጋው ይብዛልህ
ብሓቂ ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዓልና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዘሐልካ ፍትዋይ አሜን አሜን አሜን
Bere hawey tematey mezmuer kale hiwet yesmalena
ኣሜን በረኸት ሓውና ጽቡቕ ስራሕ ኣጆኻ
በርትዕ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
💪💪💪💪💪💪💪💪💯💯
Amennnnn
ኣምላኽ ይባርኽካ ክቡር ሓው: በርትዕ ጸጋ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ምሳኻ ይኹን!
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርክ እመብርሃን በማላድነታ ትደግፍካ በረክት ሓወይ🙏✝️💒❤❤❤
Amen amen amen zmare melaekt yesmealna🙏 xegu yebzhalka Egziabheir amlak ❤
Kt'em eza mezmur ...newih ye texebeya...zmare melaekti yesmealna!!!
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️💙❤️
ብሓቂ ደስ ዝብል መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ብሩኽ ሓውና በረከት🙏🙏🙏
Betami temti mezmur Amilk milu zemnka yebarek ❤🙏🙏🙏💒💒💒
ናይ ድንግለይ ካኣ ሓንቲ ጥዕምቲ ዝማሬኻ ክጽበ ኢየ(ጅግና ወታሃደር ክርስቶስ )ትብል ኣርእስታ
ዝፈትዋ ናይ ድንግል፡ድማ ኣብዚኣ ኣላትካ/ኪ
th-cam.com/video/NsXmo7efLkM/w-d-xo.html
@@kalabtadese3875 7
ኣነ ውን!
ዎ ኣምላክ ምሕረት ኣዉርደልና 🤲🤲🤲🤲🤲🌻🌻🌻🌻🌻🌻💐💐💐💐🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🥀🥀🥀🥀🥀
ኡሁየ ጥዕመ ልሳን ዳግማዊ ያሬድ ካህን
እግዚኣብሄር ያፈደፍድ ጸጋሁ በላዕሌከ
Amen anti ehtye egziabher yafedfd xega belalchi
Bzey niska men aloni du tsegu gota kulu alen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ቃል ሂወት በሬ ዓርከይ ኣምላኽ ይባርኽካ
I love all of ur mezumurs may god bless you brother 🙏🙏🙏
ቃለ ሂወት የስምዓልና(3) ሓውና ኣምላክ ምሳካ ይኹን
የዝማሬ መላእክትን ያሰማልን❤
I love this mezmur... zmare melakt yesmana Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
በማርያም ባማርኛም ዘምርልን❤❤❤ ዝማሬ መለአክትን ያሰማልን❤❤❤
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን💖