ኣብቲ ጽላሎትኪ / Abti Tslalotki /

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ม.ค. 2022
  • #Eritrean #Orthodox #Tewahdo #mezmur #2022 #Tigrinya
    Subscribe: / @-uae4232
    ሳብስክራይብን ሼርን ብምግባር ኣብዛ ቻነል ንዝቐርብ መንፈሳዊ ትሕዝቶታት ከተተባብዑ ንላቦ።
    ናይ #ኤርትራ #ኦርቶዶክስ #ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኪዳነ-ምሕረት ኣቡዳቢ/Abudhabi kidanemhret - 2022
  • เพลง

ความคิดเห็น • 556

  • @hshsusuei6713
    @hshsusuei6713 7 วันที่ผ่านมา +4

    እወ አብቲ ፅላሎቱክ ዘፅለለ አይሪእን ኩነኔ ዝማሬ መልእክት የሰመዐልና ብሓቂ ደሴ ዝብሉ መዝሙር ❤❤❤❤

  • @asmeretghirmatsion5571
    @asmeretghirmatsion5571 2 ปีที่แล้ว +30

    እወ ኣብቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ ኣይርእን ኩነኔ

  • @KhanKhan-wy5bi
    @KhanKhan-wy5bi 2 ปีที่แล้ว +31

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም

  • @bahabelomhadgu4567
    @bahabelomhadgu4567 2 ปีที่แล้ว +20

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልል 🌿ዝማሬ 🌿 መላእክት🌿 የስማዓልና 🌿😘😘😘🥀🥀🥀💒💒💒❤❤❤🌿🌿🌿👍👍👍✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @MedaGeretatyos-yr1rj
    @MedaGeretatyos-yr1rj ปีที่แล้ว +16

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላክት የስመዐልና 👏👏👏❤❤❤❤

  • @bisratgebreamlak4651
    @bisratgebreamlak4651 2 ปีที่แล้ว +38

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዕኩም ኣሕዋተይ፡ ጥዑም ጥዑም ጥዑም ዝማሬ ብሓቂ። እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርኽ፡ ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልኩም ተምብረልና።

    • @alonsmnsajha6344
      @alonsmnsajha6344 6 หลายเดือนก่อน +3

      AmenAmenAmen💒🤲🤲🤲🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌹🌹🌹🌹🌿🌿💒💒💒

    • @TsgeT-df2fl
      @TsgeT-df2fl 27 วันที่ผ่านมา

      ​@@alonsmnsajha6344,ketsulu

    • @TsgeT-df2fl
      @TsgeT-df2fl 27 วันที่ผ่านมา

      ​@@alonsmnsajha6344❤

  • @alexanderermias143
    @alexanderermias143 8 หลายเดือนก่อน +5

    ድምጺ ሰላምታኺ ፍስሃ ናይ ልበይ
    ጭንቀተይ ተርሕቕ መላሲት ሰላመይ
    እቲ ናይ ሞት መልኣክ ንድሕሪት ክምለስ
    ጸሎትኪ'ዩ ኔሩ ናይ ሂወተይ ዋሕስ
    ናይ መስቀሉ ህያብ ህያብ ቀራንዮ
    እተዊ ናብ ቤተይ ጸላም ኣብርሂዮ
    ምሳይ`ውን ንበሪ ሂወተይ ምልእዮ❤

  • @zecheredaberhane7226
    @zecheredaberhane7226 ปีที่แล้ว +6

    Amen Amen Amen Adey Mariyam mearey 🙏🙏🙏❤

  • @user-zx7hd7qi9e
    @user-zx7hd7qi9e 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይ ክንደይ ደሰ ይብል እቲ መዝሙር ዕልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡራት አሕዋተይ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም ክን እግዚአብሔር አምላክ አሜን፫❤❤❤

  • @user-pb1se8bm5u
    @user-pb1se8bm5u 2 ปีที่แล้ว +21

    ዕልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና፣ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም የብዝሓዮ።

  • @Tigray122
    @Tigray122 5 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን እልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ❤️❤️❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @freyhayleab3281
    @freyhayleab3281 ปีที่แล้ว +1

    ኣብቲ ጽላሎትኪ
    ዘጽለለ ኣይርእን ኩነኔ
    ኣማን ብኣማን ስም ማርያም ድንግል ጸዊዕና ኣይንሓፍርን ኢና ብመን ብመን ክምስለኪ
    ኣቦታትና ንዓኺ ዝከውን ቃላት ሲኖም ኣነ ከኣ ከም ኣቦታተይ ፍልይቲ ኣደ ክብለኪ ርህርህቲ ሂልና ኣማልድልና ድንግል ኣደ ሽጉራት ኣደ ጽጉማት ኣደ ጎይታይ ወድኺ ሓቁፍኪ በቲ ብርሃን መስቀልኪ ባርኽና ድንግል ማርያም ተዘይ ትህሉ ንሰዶም ንጎመራ ምኾና

  • @AaAa-wx8fj
    @AaAa-wx8fj 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣሜን ዝማሬ መላክቲ የሰመዕልና ኣሕዋተይይ❤❤❤

  • @eyobdesale4830
    @eyobdesale4830 2 ปีที่แล้ว +10

    ኣሜን (((3))) ደቂ እመ ብርሃን የሕዋተይ ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና በረከታን ረድኤታን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ይኹን

  • @askalegebremichael783
    @askalegebremichael783 2 ปีที่แล้ว +11

    አሜን አሜን አሜን አቤት ዉበትኩም ከደስት ዝማሬ መላእኽት የሰማልን እዕድመን ጥዕናንን የሃብልና እግዛብሄር የሓልወልናልልልልልልልል

  • @selammuuz8661
    @selammuuz8661 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐና

  • @user-zz7mk5kw5s
    @user-zz7mk5kw5s ปีที่แล้ว +7

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመልና

  • @goytomhabtom1208
    @goytomhabtom1208 2 หลายเดือนก่อน +4

    Amen Amen Amen zemrie melakti yesmalna

  • @KisanetAdhanom-th6gq
    @KisanetAdhanom-th6gq 7 วันที่ผ่านมา +1

    Etewi nab bietey xelam abrhyo msay wn nberi hiwetey mrhyo dngley 🙏 🙏 🙏 amen

  • @hadasame5367
    @hadasame5367 15 วันที่ผ่านมา +1

    እልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዓና ብርካተይ 🙏🙏🙏🙏

  • @user-ly3qu5lf9q
    @user-ly3qu5lf9q 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዕልልልልልልልል👏👏👏💓💓💓💐💐💐💐ዝማሬ መላክትየስመዕልና

  • @FiyoriEyob
    @FiyoriEyob 10 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሰይይይይይ አዞም የህዋተይ አድመን ተናን ይሃብኩም

  • @galdengelmaryamsegen6557
    @galdengelmaryamsegen6557 2 ปีที่แล้ว +5

    Aseyyy Aseyyy Aseyyy mukrat yhwatey nay bhaki des ktblu dengel maryam ab hiwetkum lewti ab srahkum asalto tegberlkum btami des zemare melakti yesmalna kubratey kemakum yebzhu 🥰🥰🥰🥰🥰🥰❣❣💗🙏🙏🙏🤲🙌🙌🤝🤲👂👂👂👂

    • @user-wl9bi7fy9v
      @user-wl9bi7fy9v 4 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @jdtfrer1028
    @jdtfrer1028 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና🙏🙏🙏

  • @Jordan-eo7nv
    @Jordan-eo7nv 2 ปีที่แล้ว +6

    እልልልልልልልልልልልልልልል
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኹም እግዚኣቢሄር ይባርከልኩም ክቡራት የሕዋት 🙏🙏🙏

  • @dadadadadada9100
    @dadadadadada9100 2 ปีที่แล้ว +5

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ፀግኡ የብዘልኩም ክን እግዚኣብሔር ኣምላኽ አሜን ፫

  • @Setit-il4nz
    @Setit-il4nz 3 หลายเดือนก่อน +6

    ዝማሬ መልኣኽቲ የስማዓልና🙏🙏🙏✝️❤❤❤❤

  • @yeshi238
    @yeshi238 4 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ለኪ እናቴ ማርያም🙏🙏አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን❤እህት
    ወድሞቼ ፀጋውን ያብዛላችሁ🙏

  • @yodityosief3541
    @yodityosief3541 วันที่ผ่านมา

    Amlak adem yehabekum zamare melakti uesmaelina

  • @abnetreact315
    @abnetreact315 2 ปีที่แล้ว +4

    ዕልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስምዐና 🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🙏🙏🙏

  • @user-hn9sn9wu3n
    @user-hn9sn9wu3n ปีที่แล้ว +7

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር✅🎧💚

  • @SamuelGebrekidan-dr9fy
    @SamuelGebrekidan-dr9fy หลายเดือนก่อน +1

    Des zbl zmarie allllllllllllllllllllll❤❤❤❤

  • @user-sv8qi5ok7x
    @user-sv8qi5ok7x 2 หลายเดือนก่อน +1

    Amen❤❤❤❤❤edmen tena yehabkum ahwatey tebreku ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-cx4gy6gy9c
    @user-cx4gy6gy9c ปีที่แล้ว +6

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብራት ኣሕዋትና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልኩም አሜን

  • @sabiti-werede6519
    @sabiti-werede6519 2 ปีที่แล้ว +2

    Zmare melaekt yesmalna ellllllllll

  • @destakahsaye7009
    @destakahsaye7009 2 ปีที่แล้ว +2

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዝማሬ መላእክት መላእክት የስመዐልና
    ጸጉኡ በረከቱን ያብዘሐልኹም ኺን እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቑራተይ
    ኣሰይይይይይይይ ብሓቂ ደስስስስስ ትብል
    ኣብቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ ኣይርእይን ኩነኔ እማየ ቅድስት ድንግል ማርያም ሰላምና ክብር ንዓኺ ይኹን
    ይኹን አሜን

  • @eritreawieritreawi266
    @eritreawieritreawi266 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen 🙏🙏❤️❤️🙏🙏🙏

  • @wellwell466
    @wellwell466 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይይይ ልብኻ ዘህድእ መዝሙር ናይበሓቂ ደስ ዝብል ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዓልና

  • @senaitgezai4141
    @senaitgezai4141 2 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyy elelellele zmare melaekty yesmalna brukat yehwatey!

  • @tesfamariamhagos8392
    @tesfamariamhagos8392 2 ปีที่แล้ว +3

    ተመስገን ኣምላኸይ ነዚ ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ዘስማዕካኒ ፡፡ ዝማሬ መልኣክት የስምዓልና ምቁራት የሕዋተይን ኣሓተይን !!
    ኣብ'ቲ ጽላሎትኪ
    ኣብ'ቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ
    ዘጽለለ ኣይርእን ኩነኔ ።

  • @beylulmesfun2131
    @beylulmesfun2131 2 ปีที่แล้ว +1

    Elllllllllll amen zimare melaekti ysmalna yhwatey

  • @yohanaeyob2068
    @yohanaeyob2068 2 ปีที่แล้ว +4

    Adey wladty hwety marymy❤️❤️❤️❤️❤️🕊✝️🙌Amen

  • @senaitpeatros5040
    @senaitpeatros5040 2 ปีที่แล้ว +1

    Elllllllllllllll ellllllllllllllll elllllllllll amen amen amen zemare melakti yesmalna kubrate yhwatey

  • @MizanEmaha-ht7pd
    @MizanEmaha-ht7pd 2 หลายเดือนก่อน +1

    Amen(3) zmare melaekti ysmaelna🙏🙏🙏

  • @mogoshabteslase7921
    @mogoshabteslase7921 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን እእእእእእእእልልልልልልልልልል እእእእእእእእእእእልልልልልልልልል እእእእእእእእእእእእእእእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመኣልና ጸጋ ኣብ ኣብ ርእሲ ጸኣጋ ይወስኩም እግዚኣቢሄር ኣምላክ እዞም የህዋተይ ደሥሥሥሥ ዝብል መዝሙር 💒👏🙏❤💒👏🙏❤💒👏🙏❤💒👏🙏❤❤❤❤

  • @user-uc5hw4rt4e
    @user-uc5hw4rt4e ปีที่แล้ว +6

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

  • @FurtiFurti-es2my
    @FurtiFurti-es2my 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Aseayyyyy Ellllllllll❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tsegayeqar7440
    @tsegayeqar7440 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኢክት የስምዓልና እልልልልል እልልልልል እልልልልል እመ ብርሃን ኣደይ ፆለትክን በረከትክን ረዲአትክን ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @lemigaultigray505
    @lemigaultigray505 2 ปีที่แล้ว +4

    አልልልልልልልልልልልል አልልልልልልል አልልልልልልልልል🙏🙏🙏

  • @helenyemane9728
    @helenyemane9728 2 ปีที่แล้ว +1

    zemre melekiti yesmalna yehwatyy

  • @user-cg1ku6sr5z
    @user-cg1ku6sr5z 2 ปีที่แล้ว +17

    ዋው ደስ ክብል ዝማረ መላክቲ የስማልና ንመንፈሰይ ይሔድስለይ።

  • @muluzeneb8846
    @muluzeneb8846 ปีที่แล้ว +6

    አልልልልልልልልልልል
    ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና🙏💒🌺🌿💞🌴📢

  • @freweyniteklemariam1247
    @freweyniteklemariam1247 2 ปีที่แล้ว +1

    Ellllllllllllllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllll zmare melakti yesmeala ❤❤❤

  • @filimonhabte4286
    @filimonhabte4286 2 ปีที่แล้ว +3

    Amen Amen Amen zemare melaket ysemalna 🙏🙏🙏

  • @user-bt2sq1bs2d
    @user-bt2sq1bs2d 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen zimare melak yes means tsegan bereketin yebzehalkum kuburat ahwatey

  • @ahferombasilwes9730
    @ahferombasilwes9730 15 วันที่ผ่านมา

    Amen (3) zimare melakiti yesmalina 🙏❤️🙏

  • @user-ck2li5lq8z
    @user-ck2li5lq8z 2 ปีที่แล้ว +3

    እልልልልልልሕ ዝማሬ መላእኽቲ ሰስመዓልና 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @user-sx2uc7dw3y
    @user-sx2uc7dw3y 2 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen Zmarei mlakitu yesmana 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-wu3hb1xn2i
    @user-wu3hb1xn2i 2 วันที่ผ่านมา

    Amen anen amen ❤❤❤❤❤❤

  • @zafuzafu3673
    @zafuzafu3673 8 หลายเดือนก่อน +17

    ኣብቲ ጽላሎትኪ
    ኣብቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ
    ኣይርእን ኩነኔ
    ቅድሚ ምፍጣር ዓለም ኣብ ሓሳቡ ኔርኪ
    ብኣኽናፍ መልኣኹ ጌሩ ከሊሉኪ
    መታን ክትኮንዮ ንጽህቲ መዕረፊት
    ኣምላኽ ሓርዩኪ ኣልዕሉ ኣንቢሩኪ
    ከምቶም ኣቦታትና ብጽእቲ ንብለኪ
    ኣይግለጽን'ዩ ትሕትና ኔሩኪ
    ኣየቋርጽን'ዩ መዝሙርና ንስምኪ
    እዝምች
    ምኽንያት ድሕነትና ኢኺ መራሕት ናይ ጽድቂ
    ቆጥቃጥ ደብረ ሲና መሎኮት ዝጾርኪ
    ዳዊት ተደሲቱ ዘሚሩ ንስምኪ
    ኣብ የማን ትቖዉም ንግስቲ ኢሉኪ
    ነዚ ኢና ንኣምን ኣብ'ዚ ኢና ንውከል
    ድንግል ብሕልና ብስጋ'ውን ድንግል
    ኦ ምልእተ ጸጋ ሰላም ለኪ ንብል
    አዝምች
    ኣኽሊል ትምክሕትና ጀማሪት እምነትና
    ድልድል መሳገሪት ማእዶት ናይ ሂወትና
    ቅዱሳን ኣቦታት መስኪሮም ንስምኪ
    ምሳሌ ስኢኖም ዝገልጽ ንዓኺ
    ሎሚ ውን ክበሪ በኣና ደቅኺ
    ስቕ ኣይንብልን'ና ጽዮን ስለ ስምኪ
    ድንግል እመብርሃን ቀድስና ኢኺ
    አዝምች
    ሓፍቲ መልኣኽቲ ትንቢቶም ንነብያት
    ሞጊሶም ውን ኮንኪ ንጻድቃን ሓዋርያት
    ኣደ ናይ ሰማእታት ሞቖምያ ቅዱሳን
    ደጋፊት ዱኹማት ምርኩስ ተስፋ ሓጥኣን
    ብሉይ ሓዲሽ ኪዳን ጠቒሱ ንስምኪ
    መልእልተ ፉጡራን መትኅተ ፈጣሪ
    ኪዳንኪ ዘክሪ ድንግል ኣደ ፍቕሪ
    አዝምች
    ድምጺ ሰላምታኺ ፍስሃ ናይ ልበይ
    ጭንቀተይ ተርሕቕ መላሲት ሰላመይ
    እቲ ናይ ሞት መልኣክ ንድሕሪት ክምለስ
    ጸሎትኪ'ዩ ኔሩ ናይ ሂወተይ ዋሕስ
    ናይ መስቀሉ ህያብ ህያብ ቀራንዮ
    እተዊ ናብ ቤተይ ጸላም ኣብርሂዮ
    ምሳይ`ውን ንበሪ ሂወተይ ምልእዮ
    አሜን፫👏👏👏

  • @user-ic4ue6bs8q
    @user-ic4ue6bs8q ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላዕክት ያሰማልን እልልልልል 🥰 🙏

  • @SelinaSelu-qr8vx
    @SelinaSelu-qr8vx หลายเดือนก่อน

    Aseyyyy muqerat ademun TeAnun yehubekm feTar ❤❤❤

  • @SamiHagos-nh8zf
    @SamiHagos-nh8zf 6 หลายเดือนก่อน +1

    እልልልልልል ዝማሬ መላአክቲ የሰመዐና አሕዋትና✝️💒❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @haiahh4466
    @haiahh4466 2 ปีที่แล้ว +2

    እልልልልልልልልልልልልልሎልሎሎልልልልልልልልልዝማሬ መላአክት የሰመዐልና ጸግኡ የብዝሐልኩም የሕዋተይ

  • @donkey4232
    @donkey4232 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ ማላእክቲ ይስማዓልና ጽቡቅ መዝሙር ፡፡

  • @user-pm4vx3xc6n
    @user-pm4vx3xc6n 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    ዝማሬ መላእክቲ የስመዕልና

  • @user-mo3wr2nv3m
    @user-mo3wr2nv3m ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን

  • @user-xb7lq4rc5v
    @user-xb7lq4rc5v 2 ปีที่แล้ว +7

    ዝማሬ መላአክት የስምዓልና ኣሕዋተይ ናይ አመ ኣምላክ በረከታ ኣይፈለየና!

  • @furtnagurja5871
    @furtnagurja5871 2 ปีที่แล้ว +1

    Elllllllllllllllllllllllll zimare malakti yesimalna🙏🙏🙏🤲🤲🤲🙏🙏🙏

  • @GermatsionGedeTEKLE
    @GermatsionGedeTEKLE 13 วันที่ผ่านมา

    Aman amen amen zmare melahkti yesmealna

  • @ntatn2180
    @ntatn2180 2 ปีที่แล้ว +1

    Zimare melaketi yesmelina xegeu yebzihlkum birukatey,🙏🙏🙏🙏🙏

  • @tsegabgetachew7231
    @tsegabgetachew7231 10 หลายเดือนก่อน

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል asey ቅድስቲ ድንግል ማርያም ጸሎት ምሰ ኩላትና ይኹን

  • @KhanKhan-ed3vm
    @KhanKhan-ed3vm 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና 👏🙏❤️

  • @finilove4656
    @finilove4656 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen elllllllll

  • @tjsatmona2670
    @tjsatmona2670 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @samueltekle7277
    @samueltekle7277 2 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መልአክቲ የስማዓልና

  • @user-qe6ub1wt4i
    @user-qe6ub1wt4i 2 ปีที่แล้ว +8

    ሓቂ ኣብቲ ጽላሎታ ዘጽለለ ኣይርእንዩ ኩኔነ ኣደ ናይ ጎይታይ ክብሪ ይኹና

  • @user-xz8vc4dz9x
    @user-xz8vc4dz9x ปีที่แล้ว +4

    ቃል ዝማሬ የስመኣልና🙏🙏🙏

  • @abebagrmay2619
    @abebagrmay2619 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ዝማሬ መላኣኽቲ የስመዐና

  • @Amaneu
    @Amaneu 14 วันที่ผ่านมา

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @amanueltadiwos1904
    @amanueltadiwos1904 2 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና

  • @haileasmerom5614
    @haileasmerom5614 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen Elllllllllllllllllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllll zmare melakti yesmalna kuburat yhateyyy

  • @berikteytesfay6993
    @berikteytesfay6993 2 ปีที่แล้ว +1

    Zmare melakti yesmalna 💒💒💒💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-yo7oy4fb5x
    @user-yo7oy4fb5x 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዋው ደስ ክብል ዝማረ መላእክቲ የስመዐልና ክቡራት አሕዋተይ ❤❤❤

  • @henoktesfalen5966
    @henoktesfalen5966 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen 🙏🙏🙏🙏💗💗💗

  • @TV-cw9hg
    @TV-cw9hg 2 ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መላእክት የስማዕልና

  • @yashikonju8805
    @yashikonju8805 ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መላአክት ያሰማልን 👏👏👏

  • @salamahsalamah1236
    @salamahsalamah1236 22 วันที่ผ่านมา

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዝማሬ መላእክቲ ይስመዐልና❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @user-tt3vu3ee3o
    @user-tt3vu3ee3o 2 หลายเดือนก่อน +2

    Amen amen amen 🙏 🙏🙏

  • @bezawitalem4241
    @bezawitalem4241 2 ปีที่แล้ว

    Amlak xega yebzhalkum ame berhan msakum tukun

  • @tadeseamare9544
    @tadeseamare9544 2 ปีที่แล้ว

    Zmare melakti yesmalina egziabher amlak nay agelguilet zemenkum ybark

  • @solyanaefriem7034
    @solyanaefriem7034 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ተባርኩ ድንግል ማርላም ባዕላ ትሓልወና

  • @user-wl9cw1sb9t
    @user-wl9cw1sb9t ปีที่แล้ว +2

    እልልልል ዝማሬ መላእኪቲ የሰመዐና👏👏👏👏

  • @user-cg5kn7en4j
    @user-cg5kn7en4j ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን፫ ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና

  • @fevennugusse1814
    @fevennugusse1814 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen dingley ab xilalaotiki axililina adey mareyyyy kab hatat eza alem awixina bamaladineriki adeye mareyyyy 💕💕💕💕💕💕💕💞💞💞💞💞💞💞💞💞❤❤❤❤❤

  • @Kidus45
    @Kidus45 2 ปีที่แล้ว +24

    am in love with this mezmur. you guys did a beautiful job. Mariam n Amlak mesakum yekunu

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ❤️

  • @akberetghebre6453
    @akberetghebre6453 2 ปีที่แล้ว

    Asey ellllll kalhiwet yesmealna ezom yehwatey

  • @MakeleMedhane
    @MakeleMedhane 8 หลายเดือนก่อน

    ናይ በሓቂ ጥዕምቲ መዝሙር ንልብኻ ሩፉታ ትህብ ነዓኩም ከኣ ኩቡራት የሕዋተይ ሉዑል እግዝኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣሜን ❤ኣሜን❤ ኣሜን❤