ደላላይ ኢድ ከይሃለዎ ኣይተርፍንዩ Josias denden

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ก.ค. 2024
  • ደላላይ ኢድ ከይሃለዎ ኣይተርፍንዩ Josias denden
    VISIT AT JOSIAS DENDEN
    - linktr.ee/josiasdenden
    - FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
    / josiassdenden
    - FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
    - FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
    / josiassdendentechno
    - INSTAGRAM Josias Denden
    / josiassdenden
    - TWITTER Josias Denden
    / josiassdenden
    - TIKTOK Josias Denden
    / josiasdenden
    #eritrean#tesfagergish#tesfagergisheritrean

ความคิดเห็น • 71

  • @JosiasDenden
    @JosiasDenden  11 วันที่ผ่านมา +6

    ንተስፋገርግሽ ክትረኽብዎ ትደልዩ በዚኣ ትወከስዎ 004746337384

    • @KbreKdusan-un3rl
      @KbreKdusan-un3rl 11 วันที่ผ่านมา +3

      እዋይ ሰብ ረኪብዎ ዘሎ ቅባጸት ዘይብሉ ሞት እንታይ ይበሃል እዚ ኣምላክ ኣብ ዘለክዮ ቅሳነት ይሃብኪ።

    • @michaelgebru10
      @michaelgebru10 7 วันที่ผ่านมา

      His name is gebregergsh

  • @mamaafrica900
    @mamaafrica900 11 วันที่ผ่านมา +20

    ቅድሚ ዓሰርተ ዓመት ኣብ ኣስመራ ከለና ን ሓደ ዓርከይ ኣዲኡ ዘጋጠማ ዛንታ ከዕልለኩም ። እቲ መንገዲ ናይተን ሰበይቲ (ኣዲኡ ንዕርከይ) ብ ሓንቲ ኣብ ኣስመራ ትቅመጥ ደላሊት ማለት ዝሰርሓ ደቂ ሄዋን ረኺባ ናብ ዓዲ ዓረብ ትሰድድ ኢና ረኺብናዮ፡ ዋጋ ተሰማሚዕና ኸኣ ደስ እንዳ በለና ኤርፖርት ኪድና ኣፋኒንያ ናብ ሱዕዲ (እቲ ዓዲ ሕጂ ብልክዕ ኣይዝክሮን) ፡ምስ ከደት ኣብ እንዳ ሰብ (ማዳም) ቁሩብ ኣዋርሕ ምስ ሰርሐት ዘሰንብድ ነገር ኢና ሰሚዕና ንሱ ኸኣ እታ ሰበይቲ ሕቁኣ ተሴራ ድሕሪ 2 ሰሙን ኣስመራ ትምለስ ኣላ ዝብል ዩ ፡እንታይ ዩ እቲ ጉዳይ ተበልካ፡ እቶም ዘስርሑዋ ዝነበሩ ገዛ ክትሰርሓሎም ዘይኮነት ኣቁሑት ኣካላታ ኣውጺኦም ክሸጡዎ ዩ ኔሩ መደቦም ማለት እታ ማዳም ማይ ውዑይን ካራን ሒዛ ምስ መጸታ እታ ሰበይቲ ካብኣ ክትሃድም ብፍኒስትራ ዘሊላ ናብ ደገ ሃዲማ እቲ ገዛ መበል 3ይ ደርቢ ዩ ኔሩ ። ክገርመኩም ደሞዛ ውን ኣይህቡዋን እዮም ኔሮም ደሓር ኢና ነታ ኣብ ኣስመራ ዝነበረት ደላሊት ምስ ኣገደድናያ ሂባትና።
    ጸኒሕና ከም ዝተረዳእናዮ ግን እቶም ደላሎ ኣብ ኤርትራ ይኹን ኣብ ዓዲ ዓረብ ዘለዉ ጽቡቅ ጌሮም ይፈልጡ እዮም ግን እንታይ ይግበር እታ ኣዴና ኣምላኽ ኣውጺዋ ናብ ዓዳ ተመሊሳ ቀስ ኢላ ሂወታ ትመርሕ ኣላ ። N.B ይቅሬታ እዚ ዘዕልለኩም ዛንታ ከምዚ ውን ኣሎ ንምባል እየ ። ንሓፍትና ኸኣ ኣደይ ማርያም ምሳኣ ትኹን ትራኸቡ ትኾኑ ንመን ኢሉዎ ። የቀንየለይ

  • @denaitabraham5814
    @denaitabraham5814 7 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏

  • @himantesfahnas4303
    @himantesfahnas4303 8 วันที่ผ่านมา +1

    ናይቲ ደላላይ ተሌፍን ሸር ግበሮ

  • @Azeb4Eritrea
    @Azeb4Eritrea 8 วันที่ผ่านมา

    እዋይ ሓፍተይ ኣብ ክዱን የቕምጣ ንሓወይ ካኣ ጽቡቓ የስምዕካ 🙏🙏🙏🇪🇷

  • @ghilazghiamanuel8396
    @ghilazghiamanuel8396 10 วันที่ผ่านมา

    ኣምላክ ይሐግዝ

  • @FusumGermay-uk5we
    @FusumGermay-uk5we 11 วันที่ผ่านมา +4

    ኩልና ንጸሊ ብሂወታ ክትህሉ ወይ ኣበይ ከምዘላ ዝፈልጡ እንድሕሪ ኣለዉ ነዚ ሾው ይርኢዎ ሃሊዮም ድሃያ ሓበረታ ከማሓላልፉ። ንምንታይ እቶም ደቒ ዓዲ ገንዘብ ከይከፍሉ ሰራሕተኘኦም ካብ ፓላሶ የጽድፍወን እዩ ዝብሃል እሞ እዚኣ ከምኡ ኣጋጢሙዋ ከይከውን ተስፋ ንገብር።

  • @saudibrahim3498
    @saudibrahim3498 11 วันที่ผ่านมา +9

    ደላይ ዋላ ሰይቲ ደላይ ንግዝኡ ከይዶም እዚ ሐቅነት የብሉን ኢንባሲ አብኩሉ ደልዬም ሲኢኖማ ኢንባሲ ኤሪትራ ንበይኖም ዝግብርዎ ነገር የለን ጭብጢ ሒዞም ንፖሊስ የመልክቱ ፖሊስ ካአ ስርሑ ይጅምር ታሐተቲ ቀዳሚይ ደላላይ ካልአይ አስርሐይ አብቲ ዘለኻዬ ዓዲ ኢንባሲ ኮይት ከድካ ክሲ መስርት ባዕሎም ናብ ፖሊስ ኮይት ክመሐላልፍዎ እዬም።

    • @Habesha_insider
      @Habesha_insider 8 วันที่ผ่านมา

      ኣነ ወን ኣይኣመንኩላን ውይ ድማ ኢምባሲ ኢድ ኣለዎ

  • @user-fj4ne5qi7k
    @user-fj4ne5qi7k 11 วันที่ผ่านมา +2

    አነስ ዝስማዐኒ እዛ ሰብ ጨውዩዋ አሎ ሰበይቱ ክትኮኑ እዚ ዳአሞ ብሩህ እንድዩ ወዮ ድአ ወረቀቱ ስለ ዘይሐዘ እንበር እዚ ሐዋ እንበር ብዝኮነ አብ ክዱን የንብራ ሐቢኡዋ እዩ ዘሎ አታ አምላኽ ደሀያ አስምዐና እዋእ እንታይ ዐይነት እዋን እዩ እዚ መሐረና እየሱስ🙏🇪🇷

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 11 วันที่ผ่านมา

    ይኽደና ምስ ህልዋት ይግበራ።

  • @user-xb4br3hf8h
    @user-xb4br3hf8h 10 วันที่ผ่านมา

    Ms hlwat ygeberelkum

  • @mediassefaw9658
    @mediassefaw9658 8 วันที่ผ่านมา +1

    ኩዌት ወዲ ትኣዲ እንተዘይኮይኑ ንካልእ ዜግነት ኣይህቡን ዋላ ሺሕ ኣመት እንተነበርካ

  • @Sesu-nw2in
    @Sesu-nw2in 11 วันที่ผ่านมา +1

    Uff seb rekibewo zelo bezome deleleti bejaka Jossias sealii nayti delalay delika zergahayo

  • @senaitsemere2515
    @senaitsemere2515 10 วันที่ผ่านมา +1

    Eza don hij mistesededet haftey amlki misaki yekoni

  • @GhebreweldiAnghesom-fk3do
    @GhebreweldiAnghesom-fk3do 11 วันที่ผ่านมา +2

    Wana Geza (asrehay) kikses wey ab qeydi kiatu alewo.social media mefthi zikewn aymeslenn.

  • @selamkidane2599
    @selamkidane2599 9 วันที่ผ่านมา

    Away haftey Tsega andya da

  • @KflayTeklu
    @KflayTeklu 11 วันที่ผ่านมา

    Way tsega haftey amlak ms hulwat ygera

  • @user-si5bx5vl9f
    @user-si5bx5vl9f 11 วันที่ผ่านมา

    Egzahier baelu yhalwa.ajoka ktrkeb eya

  • @solyanasolyana4982
    @solyanasolyana4982 11 วันที่ผ่านมา +1

    Ab Kuwit zegnet ayhbun eyom ane abu eye deneber nere ztefia tehaben eyen deserha menalbat etom zelatom geza regumat mes seb deyrakibwa keykonu

  • @nebiatmehari9838
    @nebiatmehari9838 11 วันที่ผ่านมา +1

    emo Embassy Eritrea 🇪🇷 nate zasrha zmabera bweklna natka kekaso aykeln ,Arab hadegechatat eyom gela germa koykonu Egzabher yhagez

    • @Habesha_insider
      @Habesha_insider 8 วันที่ผ่านมา

      እቲ ኢምባሲ ኢድ ኣለዎ ኮይኑ ይስመዓኒ

    • @MM-py1pm
      @MM-py1pm 7 วันที่ผ่านมา

      Hasot negdfe zeykwon aynzarbe​@@Habesha_insider

  • @solyanasolyana4982
    @solyanasolyana4982 11 วันที่ผ่านมา

    Habiwa keyhelu komiu yegbru eyom Kuwitawyan

  • @khtt8663
    @khtt8663 11 วันที่ผ่านมา

    Amlak ab xlalu yenbra ktrekba eka xelot gber subae haz bshim krstnaa ajoka kidanemhret thalwa

  • @mumeryoutube5903
    @mumeryoutube5903 11 วันที่ผ่านมา +1

    JOSIAS, it is sad, history. For how long our girls, women suffering agony painful scattering everywhere. Why the delaley no reply phone?? This wicked aims.

  • @tesfa4514
    @tesfa4514 10 วันที่ผ่านมา

    Gual 57 diu zebele? Ab mokrebia gezie nesedet? Emo kea nab Kuwait 🇰🇼, ezi hzbi yexelel alo

  • @user-ym3on8rc6x
    @user-ym3on8rc6x 7 วันที่ผ่านมา

    ብስነ ስርዓ ገዛ ክፈትሽ ኣለዎ ናይቶም ዘስራሕዋ እቲ ደላሊ እውን እኩል ክትትል ክግበረሉ ኣሉዎ ደሞ ድንግል ማርያም ናብ ቤትክን ትምለስክን ኣደዋይ❤

  • @ruttesfay7948
    @ruttesfay7948 11 วันที่ผ่านมา +2

    Sebeytu nhasen meley eya shma yehwatna tegafa zela seb eya

    • @meleymekonen9798
      @meleymekonen9798 11 วันที่ผ่านมา +1

      Aygermekn ane kea mlete tebeles tegagika kbl xenihe.ane keman abu nere yfeltom eye.hantiy nsom amtsiemuni ela dewilatley

  • @solyanasamson7127
    @solyanasamson7127 11 วันที่ผ่านมา

    Goyta b demu yshfna

  • @user-qx1cg2zn4t
    @user-qx1cg2zn4t 11 วันที่ผ่านมา

    እፕ

  • @gaulmokieerey263
    @gaulmokieerey263 11 วันที่ผ่านมา

    Eway haftey Egziabher ms hilwat ygberki

  • @ghidenahabtegerghish2940
    @ghidenahabtegerghish2940 11 วันที่ผ่านมา +11

    Ata josi hawey libna KO beigiahi milieu. Eza misken sbayty see KAB sedet neada. Miatewet ember. HIJI. Do nisedet mitesededet ah eze. Resah. Sereat. EU. Bideluna. Eritraweian hadhidna kea techakina 😢 azeu YEHEZEN 💔 bka 💔 ete hizbi akilu xebebeweio ember seb do nabiu yseded😢

    • @nebiatmehari9838
      @nebiatmehari9838 11 วันที่ผ่านมา +4

      ketnaber eko ketsarh aleka ,serat du agadedu du awexwa hewata ketkeyr waxea ,ezan kulan Ethiopiawen mangestan baleu do aykonan zawxen asaltenu beka zakonkumos serat way good

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 11 วันที่ผ่านมา

      ​@@nebiatmehari9838 እንታይ ኢያ ክትሰርሕ? ?? ኩሉ ብሰንኪ እቲ ዘሎ ስርዓት ኢዩ ሕጂ ከማን ዋላ ወልቀሰብ ኮ ዝተረጋግአ ምሕደራ ክሃሉ ኣለዎ ሰብ ክሰርሕ ተኾይኑ።ተሓዊሉ ዝነብር ዘሎ ህዝቢ እንታይ ኢዩ ክሰርሕ ሰብ???? ህዝቢ ኤርትራ ስራሕ ዝፈጥር ህዝቢ ኢዩ ግን ብኢዱን ብእግሩን ኣሲሮም ለማኒ ስደተኛ ጌረሞ።😢

    • @user-tc7st1kv2n
      @user-tc7st1kv2n 11 วันที่ผ่านมา

      ​@@nebiatmehari9838 ab haftki yewrdelki resah

    • @Dfbbhbj
      @Dfbbhbj 11 วันที่ผ่านมา

      Genzeb kfelyni sreat kqyrelkum

    • @senaitabay5152
      @senaitabay5152 11 วันที่ผ่านมา

      ​@@Dfbbhbjjelfaf

  • @eristrongwomen9947
    @eristrongwomen9947 11 วันที่ผ่านมา +3

    ጓል 57 ካብ ዓዳ ክትዎጽአ ብጣዕሚ ዘጉሄካ ሰብ ኢኮ ሓንሳብ አዩ ዝነቢር ዓቅሊ ግራ ብካ ዓዳ ጸንሓ ስደት አኮ ሎሚ ከም ቀደም ኣይኮነን ።

    • @Desertflower-k6z
      @Desertflower-k6z 9 วันที่ผ่านมา

      እንተዘይ ሽግራ እዃ ኣይምወጸትን። ዓቕሊ ከኣ ኣይትብላዕን እያ

  • @aminegirmatsion1870
    @aminegirmatsion1870 11 วันที่ผ่านมา +2

    ዝኸበርካ ጆሲ ኣብ ኮየት ሳይሞን ተከለሰንበት ዝብሃል ቆንስል ኣሎ ርኸቦ በሎ እምበር እዞም Agency ሰብ ኣይኮኑን

    • @ruttesfay7948
      @ruttesfay7948 11 วันที่ผ่านมา

      Saymon entay seb koynom moyta tkewn zbl seb eyu kulom rgmat eyom

  • @YohannesHagos-nw9uf
    @YohannesHagos-nw9uf 9 วันที่ผ่านมา +1

    ነቲ ሰምሳሪ ኣብ ኤረትራ ዘለው ስድሩኡ ሕነቅዎም ተዘይ የል ካብቲቶም ስድራ ናይ ሓሰን ጭወዩ ።

  • @user-ty7ly5xu3z
    @user-ty7ly5xu3z 11 วันที่ผ่านมา +3

    ወይ ሰብ ደቀይ ሂወት ሰብ አሕሊፍካስ ደቂስካ ይንበር ኢሎሞ።😢

  • @Bitaniya12
    @Bitaniya12 11 วันที่ผ่านมา

    60 amet sdet mntay adliwa eyu wedey ufff😢

    • @bahtaleake5969
      @bahtaleake5969 11 วันที่ผ่านมา

      Egziabher Amlak misaa ykun

    • @fiorikefela1090
      @fiorikefela1090 11 วันที่ผ่านมา

      Ms deka temya tkwin enber menisy konka kesided ko ere enateamna msinayo

  • @tesfa4514
    @tesfa4514 10 วันที่ผ่านมา

    Entay koyna ab hagera zeytesereh, tefiu, tesheyta, ketblu kabtnebru, ab adukum kof belu

    • @YohannesHagos-nw9uf
      @YohannesHagos-nw9uf 10 วันที่ผ่านมา +1

      ዓድና እሞ ከምቲ ትፈልጦ እንድዩ

    • @Desertflower-k6z
      @Desertflower-k6z 9 วันที่ผ่านมา

      ለውሃት ኣርሒቓ ጠፊኣ

  • @selamawittesfay
    @selamawittesfay 9 วันที่ผ่านมา +1

    እቲ ዘስርሓ ሰብዓይ ዕጽዩ ሰበይቱ ጌሩዋ ኣሎ እዚ ደኣ ርዱእ እንዲዩ። ሽዑ እቲ ትደልዮ ሰልዲ ይሕውለላ በኣሉ ፡ቴሌፎን ገለ ኩሉ ዓጽዩላ ኣሎ። ኣብ ገዛ ኮፍ ኣቢልዋ ኣሎ። ኤምባሲ ኤርትራ ምስ ፖሊስ ተዘራሪቦም ኣብቲ እንዳ ሓዋላ ተጸቢዮም ኢድ ከፍንጅ ይሓዙዎ ሽዑ ይሕተቱዎ ስለምንታይ ይሕውል እሳ ጠፊኣ ከላ? ገዝኡ ክፍተሽ ኣለዎ።

  • @ismaelseid4143
    @ismaelseid4143 10 วันที่ผ่านมา +1

    Hasin zebahal hadi laqbat samre eyu ab kuwait 🇰🇼 kenday deqanestiyo be edu tefiyom alowo daharka hanti gegiga tezarbka abase eritrea ab kuwait zulo hadi laqbat iyu eti wadi mis a hasen zubuq rekeb zulo seb eyu tasamame um eyom kamu germa .

  • @Akiteylove
    @Akiteylove 10 วันที่ผ่านมา +1

    ዚ ደላላ ዝብሃል ምስ ብዓልቲ ቤቱ ኣብ ሕጊ ክቀርብ ኣለዎ ብመንገዲ ኤምባሲ

    • @BETESEB1972
      @BETESEB1972 10 วันที่ผ่านมา +2

      ናይ መን ኢምባሲ ርእስካ ይሰርሕ ድዩ ዋላ ጸጉሪ ጥራይ እዩ ዝስከም 😂😂😂😂😂😂

  • @meazaandom4657
    @meazaandom4657 9 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏