ዘምኡ እያ የእሲራቶ Josias denden

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 มิ.ย. 2024
  • ዘምኡ እያ የእሲራቶ Josias denden
    VISIT AT JOSIAS DENDEN
    - linktr.ee/josiasdenden
    - FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
    / josiassdenden
    - FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
    - FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
    / josiassdendentechno
    - INSTAGRAM Josias Denden
    / josiassdenden
    - TWITTER Josias Denden
    / josiassdenden
    - TIKTOK Josias Denden
    / josiasdenden
    #eritrean#aman#amaneritrean

ความคิดเห็น • 338

  • @nezz2025
    @nezz2025 5 วันที่ผ่านมา +51

    ጉይታ ሓቂ ልዑል እግዚኣብሄር ፡ ፍትሒ የውጻሉ፡ ጎኒ ሓቀኛን ንውጹዕን ዝኾነ እግዚኣብሔር ጎይታ ሰራዊት፡ ባዕሉ ክሪአሉ ኢዩ🙏

  • @merhawitftwi1473
    @merhawitftwi1473 5 วันที่ผ่านมา +21

    ነቲ ፈለማ ዝኸሰሰቶ ወዲ ጠበቃ ዝኾነሉ ደሊኹም ርከብዎ 100%ንሱ ክሕግዘኩም አዩ 🙏ኣምላኽ መዋጽኦ ይፍጠረሉ 🙏🙏

    • @AbadiMilite
      @AbadiMilite 4 วันที่ผ่านมา +1

      Xbuk hasab u

    • @rahelgoitom6686
      @rahelgoitom6686 3 วันที่ผ่านมา +2

      Gele aynet hasab👌

    • @tocaboca4654
      @tocaboca4654 3 วันที่ผ่านมา +1

      Tebeka eko hakena aykonen neti kuwn aykonn eyu zbl bgenzeb eyu ziserh haki gn politie eyu ziflt

  • @saudibrahim3498
    @saudibrahim3498 5 วันที่ผ่านมา +58

    ዝገረመኒ ነገር አሎ ቤት ፍርዲ ካናዳ እታ ዝትዓመጸት ቆልዓ ሐኪም ከርአያ ጪብጢ ከይረኸቡ 15ዓመት ከመይ ጌሩ ይፍረድ

    • @selamselam6517
      @selamselam6517 5 วันที่ผ่านมา +14

      Dey hawu sle zkone eyu ztebek zelo enber keymermeru kemey elom kiasrwo? Eta kolia tedengtseka.

    • @habent649
      @habent649 5 วันที่ผ่านมา +8

      gele chibti rekibomlu alewu maybe

    • @endiamo10
      @endiamo10 5 วันที่ผ่านมา

      ​@@selamselam6517ኣብዘይ ትፈልጥዮ ኣይዛረቢ ናይ ነገር ጓል ድዩ ተሓላቒ ትኾኒ ዘለኺ ሓዊ ስለ ዝኾነ ክትብሊ ኣምላኽ ፍርሒ
      ኩላትና ንሰምዕ እበር ንፈልጦ የለን ሓደ ኣምላኽ ዩ ዝፈሊጥ
      ኣብዚ ዘለኽዋ ቦታ ንሓደ ዓሚጽካ ተባሂሉ ን 15 ዓመት ተፈሪዱ
      ድሕሪ 3 ዕማት ብጌጋ ምስክር ከም ተኣሰረ ኣብ ሰለስተ ዓመት ፈቲሖም ካሕሳ ሂቦሞ ኣዉጺኦሞ
      ኣብዚ ደገ ተዓሚጸ እንድሕር ኢላ ቀዳምነት ንሳ ኢያ ተሳመዒት
      ኣብዘይ ትፈልጥዮ ከምዚ ምባል ግን ጌጋ

    • @user-qx3ku6gz5n
      @user-qx3ku6gz5n 5 วันที่ผ่านมา +24

      ካናዳ እንታይ መላእኽቲ ዲዮም🤔🤔🤔ኣብ ኣሜሪካ ሰብ ቀቲልካ ኢሎም ንሓደ ንጹህ ን30ዓመት ከም ዘኣሰርዎ ኣይትፈልጡን ዲኩም ኴንኩም

    • @Animalstv8019
      @Animalstv8019 5 วันที่ผ่านมา +11

      ብዙሓት ኣለዉ ሓደ 44 ተኣሲሩ ዝወጸ ይፈልጥ ማለት ናጻ ተባሂሉ
      ጸሊም እዩ
      ጉዳይ ጸሊም ካብ ክምርምርዎ ክኣስርዎ ይቀሎም

  • @user-fj4ne5qi7k
    @user-fj4ne5qi7k 5 วันที่ผ่านมา +3

    አምላኽ መዋጽእቲ ይፍጠረሉ እንበር ወላ ሰበይቱ እውን አይቀንዔትን አላ ግን ስለምንታይ ፈሪሐ እግዚአብሄር ዘይንገብር 🙏

  • @fikerfiker7922
    @fikerfiker7922 4 วันที่ผ่านมา +3

    I don’t think they will sentence him for 15 years without any evidence

  • @eliaskeleta9962
    @eliaskeleta9962 5 วันที่ผ่านมา +17

    እዞም ቤተስብ ናይ እዚ እሱር እምበርዶ ኣብ ዓለም እዮም ዝነብሩ ንዘይ ኣመንሉ ነገር ስለምንታይ ናይ ሕግ ኣማኻሪ ቆጺሮም ሓቅነቶም ዘየረጋግጹ ካብ ኣብ ሚድያ ቀሪብካ ሉሱሉስ ቃላት ካብ ምዝራብ ሃየ ተጉየ ሓዉካ ኣድሕን ::

    • @user-iw8mp1oe3e
      @user-iw8mp1oe3e 5 วันที่ผ่านมา +4

      ስለዘይኣመነሉ ገበን ኣይገበረን ማለት ኣይኮነን፡ ቤት ፍርዲ እታ ቖልዓ ትሕተት ፡ንሱ ይሕተት፡ ሰበይቱ ትሕተት፡ ድሕሪ ዚ እቲ ቤትፍርዲ ይውስን።ድሓር ከኣ ዘረባ ክልተ ከይሰማዕካ ኣይትፍረድ ዝብሃል ኣሎ፡ ስለዚ እዚ ወዲ ሓዉ ዝበሎ ኢና ንሰምዕ ዘለና'ምበት ናይታ ቕልዓን ኣዲኣን ስይሰማዕናን።

    • @teweldenegusse1345
      @teweldenegusse1345 5 วันที่ผ่านมา +3

      ገበን ከይገበረ ዝእሰር ሰብ ፡ኣብ መብዛሕትኡ ዴሞክራስያዊ ዓለም ዳርጋ የለን ክትብል ትክእል ኢካ።ግን ከምዝመስለኒ ኣብ ዓድና ቀሊል ኮይኑ ዝስምዓና ኣብ መብዛሕትኡ ምዕራብ ዓለም ገበን እዩ።ንኣብነት ጓል ኣንስተይቲ ካብ ድሌታ ወጻኢ ምትንካፍ፡ናይ ሕፍረት ኣካላትካ ምርኣይ ወይ private parts exposure እዚኦም ኩሎም ገበናት እዮም።ስለዚ ብከምዚታት እንተ ተኣሲሩ ሓደ ሰብ ኣቃሊሉ ይርእዮ።15-20 ዓመታት ክትፍረድ ትክእል ኢካ።

    • @zetamful
      @zetamful 4 วันที่ผ่านมา

      @@teweldenegusse1345 gegega kenday zeseru alwu bezey geberwo Google once you will find a lot

  • @eritreanorthodxmezmur2190
    @eritreanorthodxmezmur2190 5 วันที่ผ่านมา +31

    ሰላም የሕዋት፡
    እዚ ጉዳይ ክብድ ኢሉ ስለ ዝኮነ ፡ እቶም ቤተሰብ ናይቲ እሱር ጠበቃ ገይርኩም ብፖሊስ ተዓጅብኩም ናብቲ ዘላታ ገዛ ከይድኩም ነታ ሰበይቱ ክትረኽብዋን እቲ ዛንታ ክትነግርዋን ኣለኩም ።

    • @user-mo4vu6ic3k
      @user-mo4vu6ic3k 5 วันที่ผ่านมา +4

      Yes tsibuk hasab 👈

    • @ga7903
      @ga7903 5 วันที่ผ่านมา +1

      ብሱል ሓሳብ እዩ

    • @jonahabgi1687
      @jonahabgi1687 5 วันที่ผ่านมา

      95 gzye "MALET'YU" teteqimu/kum! Eway enda malet eyu

    • @jonahabgi1687
      @jonahabgi1687 5 วันที่ผ่านมา

      Hmaw rekibkum enda MALET'YU!

    • @user-iw8mp1oe3e
      @user-iw8mp1oe3e 5 วันที่ผ่านมา +2

      ቤት ፍርዲ እኮ ኩሉ ኣብዛ ፋሚሊ ተሓቲቶም እዩ። ፖሊስ ከ እንታይ ኢሉ ዘዔጅቦም እንታዎት ምስኮኑ። ኣሳራርሓ ኣብ ህገረ ጻዓዱ ብቤትፍርዲ እዩ። እንተደልዮም ዓበይቲ ቤተሰብ ንኽልቲኦም ዝሽምግሉ ክፍትኑ ይኽእሉ እዮም። ሓደ ነገር ኣብ ሃገረ ጻዓዱ ሱቕ ኢልካ ሰብ ምጥቃን ውን ገበን ስለዝኾነ ንሳተን ዝመሃዛኦ እንተኾይነን እቲ ቤትፍርዲ መርሚሩ ጸለመ እንተኾይኑ ንሰን ከኣ ይእሰራ። ስለዚ ዓው ኢሉ ዘመዱ ጥዑይ እዩ ስለዝበለ ንቑዕ ምስክርነት ኣይኮነን።

  • @brhanenegash9349
    @brhanenegash9349 5 วันที่ผ่านมา +10

    ናይቲ ቀዳማይ ከሲሳቶ ዝነበረት ወዲ ጠበቃ ዝተኸራኸረለ‍ኡ ረኺቦም ከዘራርብዎ አኣለዎም ተተኻኢሉ ጠበቃኡ ክኸውን ክሓትዎ ኣለዎም ።

  • @Gere.emun.
    @Gere.emun. 4 วันที่ผ่านมา +6

    ናይተን ዝተደፈራ ቤተሰብውን ናብዚ ሚድያ ኣቕርብወን

  • @binyamfessehaye4277
    @binyamfessehaye4277 4 วันที่ผ่านมา +2

    Zkeberka kubur hawey nezy Mis semaku bitamy hazne silezy hawey tebeka alo kihgzokum eu rkebeni 🥲🙏🙏
    Mewaxeti yfiterelu🙏🙏🙏

  • @araedombahram4150
    @araedombahram4150 4 วันที่ผ่านมา +5

    ብዘይ መርትዖ ክትፍረድን ክትእሰርን ኣይትኽእልን ኢኻ

  • @selmatzeggai7643
    @selmatzeggai7643 5 วันที่ผ่านมา +3

    ሰላም ብመንፈስ ኣሕዋት ናዚ ዓለም ሓላፊ ኣሚንካስ ከምዚ ዓይነት ጭካነ ክትዛረበሉ እውን ቃላት እዩ ዝሓጽር፡
    ነቶም ደቁኸ 😢ስጋይ ሓሊፉ ንዓጽመይ እዩ ወጊኡኒ😢 ኣይሕሰበሎምን፡
    ፈጣሪና ብዓል ዓቢ ምሕረት ብጥበቡ ከድሕኖ ሰናይ ምንዮተይ እዩ😢 😢 😢😢

  • @dolshihagos6325
    @dolshihagos6325 5 วันที่ผ่านมา +8

    I think lets the ledy grow and she will speak the truth by the Name of Lord.

    • @danihannibal6356
      @danihannibal6356 4 วันที่ผ่านมา

      I agree with u she can telling the truth

    • @sebkedem9410
      @sebkedem9410 4 วันที่ผ่านมา

      By then is to late

    • @edentekle1847
      @edentekle1847 3 วันที่ผ่านมา

      He will die if they wait until she will grow up and tell the truth.
      So sad

  • @Robi-94
    @Robi-94 5 วันที่ผ่านมา +5

    ብጣዕሚ ዝሒልኩም ጠበቃ ጌርኩም ሓዉኹም ኣድሕኑ 😢

    • @NatanAser
      @NatanAser 4 วันที่ผ่านมา +2

      Gin police wey beti firde key xareye wey key amenelu 15 amet kiasiro zelo tekielo aziyu xebebi eyu😢

  • @user-iw8mp1oe3e
    @user-iw8mp1oe3e 5 วันที่ผ่านมา +6

    ድንቁርና ሕሱም።
    ግን ዘረባ ክልተ ከይሰማዕካ ኣይትፍረድ ዝብሃል ውን ኣሎ።

  • @FthiGuesh
    @FthiGuesh 5 วันที่ผ่านมา +2

    እወይ ሐወይ ኣምላክ ኣሎ ንጽቡቅካ እዩ ኣጆካ ሽግር ሓላፈይ እዩ

  • @mengsokebe7053
    @mengsokebe7053 2 วันที่ผ่านมา +2

    ኩልሳብ ኣቅረብቲ ንሓደ ወገን ጥራይ ኣተቅርቡ ናብ ህዝቢ ።ዘረባ ክልተ ካይ ሰማዕካ ኣትፍረድ ስለ ዝኮነ።
    ህዝቢ ይፍረ ዶ ክትብል እተኮንካ።በዳልን ተበዳልን ኣቅርቡ።ሰሚዑ ሓሳቡ ክህብ ህዝቢ።

  • @user-ld9mw7jf9l
    @user-ld9mw7jf9l 5 วันที่ผ่านมา +8

    Canada ዓዲ ሕጊ እዩ ብዘይ ምኽንያት ኣይኣስርዎን እዮም።
    ሕማቅ ዝገበረ እወ ገሬ እየ ክብል ብኸመይ ትጽበ??? ድሓር እታ ቆልዓ ንሓትንኣ እያ ሓገዝ ሓቲታ ኣዲኣ ንሓውኻ ስለ ትፈትዎ ነታ ቆልዓ ክትኣምና ኣይክኣለትን። ቆልዓ ምስ መረራ ንሓትንኣ ነጊራ

    • @asmeretteweldebrhan
      @asmeretteweldebrhan 5 วันที่ผ่านมา +4

      ሰብ ንሰብ ከታልሎ ይክእል እዩ ንእግዝኣቢሄር ግን ኣይካኣሎን እዩ፡ ሰብ ዝዘርኦ እዩ ዝዓጽድ ኣሕዋተይ ካብ ዓመጽ ንርሓቅ❤

    • @MedaEstifanos
      @MedaEstifanos 5 วันที่ผ่านมา +1

      Entay eyen emo krekba balen zeteweo eyen mesleni gual sebeytom zimxu sebut emo bzuhat endyom

    • @user-ld9mw7jf9l
      @user-ld9mw7jf9l 5 วันที่ผ่านมา

      @@MedaEstifanos እንታይ ማለትካ እዩ ባዕለን ዘእተውኦ እየን?

    • @lukaku1217
      @lukaku1217 5 วันที่ผ่านมา +1

      እንታይ ብዘይ ምኽንያት ክንደይ ድዮም ጓል ዓሚጽኩም ትባሂሎም ብዘይገበርዊ ዝእሰሩ

    • @YoniYonii-kl7lz
      @YoniYonii-kl7lz 4 วันที่ผ่านมา

      ኔርካ ዲኻ ኣብቲ ጉዳይ ጸግዒ ሒዝካ ትዛረብ ወይስ ኣብዘይትፈልጦ ጉዳይ ሃተፍተፍ ትብል ኣለካ ብታዕሚ ኢዩ ዘሕዝን ሓዉኻ ወይ ሓዉኺ እንት ዝኸዉን ክምዚኣ ኣይምትዛርብካን ደንቆሮ😢

  • @blackstar7660
    @blackstar7660 5 วันที่ผ่านมา +4

    ኣምላኽ ምስኡ ይኹን፥ ገንዘብ ነዋጽኣሉ ጠበቓ ክገብር ኣለዎ። ጉዳዩ ከምብሓድስ ክረአ መታን

  • @helenokubay5488
    @helenokubay5488 4 วันที่ผ่านมา +3

    Eskimo ulna ab tsolotna nzekro egziabiher kekllelu

  • @akberetkahsay384
    @akberetkahsay384 5 วันที่ผ่านมา +2

    Eway hawey egzabhir amlak misaka yeku 🙏🙏🙏

  • @tocaboca4654
    @tocaboca4654 3 วันที่ผ่านมา +3

    Sebaay ade ayemenn eyu afkum akbu😢😊

  • @Erilove-jx5yn
    @Erilove-jx5yn 5 วันที่ผ่านมา +5

    Deqi Anstyo nkferdaka adl ante rekiben Mhret ayfeltan ayen aziyen aye chekanat 😢

  • @Alexand188
    @Alexand188 4 วันที่ผ่านมา +2

    Our Eritrean brother need justice!!!!!!

  • @kudsanselemun1957
    @kudsanselemun1957 5 วันที่ผ่านมา +5

    Mewaxao yfterelu nau Agzabiher amlak

  • @user-mo4vu6ic3k
    @user-mo4vu6ic3k 5 วันที่ผ่านมา +4

    Egzabihir amlak mewatsio yefterelu😢

  • @user-wk7cr6mw7m
    @user-wk7cr6mw7m 5 วันที่ผ่านมา +4

    D/r, Keyeregageste kemey geren kemnaom ykela?????????

  • @senitgbrehawariat6710
    @senitgbrehawariat6710 4 วันที่ผ่านมา +3

    ኣማን ሓወይ ኣጆኻ ኣምላኽ ምስ ዉጽዓት እዩ ኣጆኻ ንኩሉ ግዜ ኣለዎ ኣምላኽ መዋጽኦ ይሃብኻ ዎ.ኣምላኽ ፍትሒ ኣዉጻኣሉ ንኣማን ሓዉናኣሜን

  • @salinaberheokbagebriel383
    @salinaberheokbagebriel383 5 วันที่ผ่านมา +5

    Gn ab canada eko kem eritrea aykonen
    Bzey zkone ykun keser aykeln eu::

  • @user-ng2gs6zv3b
    @user-ng2gs6zv3b 5 วันที่ผ่านมา +1

    Selam yhwat mwxo yftrelu 🇪🇷🙏❤🙏❤️🙏

  • @user-qk6lr4rf7j
    @user-qk6lr4rf7j 2 วันที่ผ่านมา +2

    ኣነ ኣይኣምኖን እዩ ኣብ እዚ ምዕቡል ግዜ ብኣፍን ጥራይ ተዛሪበን ከምዚ ዓይነት ፍርዲ ክዋሃብ ኣይክእልን እዩ ሕጊ ማዕረ እዩ ንክልተኻ ወላ ሰብ ቀቲልካ ውን ጠባቃ ይገብሩልካ እዮም በዚ ዝሪኢካ ዘሎኹ ትካላኸሎሉ ጥራይ ኢኻ ዘለኻ!

  • @recipenow3080
    @recipenow3080 4 วันที่ผ่านมา +3

    Egziavere yfred ety heki libi zmrmr amlak

  • @zeinakahsainaibhakitumderf7925
    @zeinakahsainaibhakitumderf7925 2 วันที่ผ่านมา

    Zehzniu mefthi ifterelu 🙏

  • @user-gg4xn7kd8u
    @user-gg4xn7kd8u 5 วันที่ผ่านมา +2

    ሓውና,ዓቅሚ ተሃሉይኩም,ከድኩም ሓውኩም ብሕጊ ሓቲትኩም ርከብዎ,እዚ ኩሉ ትብሎ ዘለካ,ብጽሑፍ ጌርኩም ጠበቃ ሒዝኩም ሓግዝዎ,ዓቅሚ ገንዘብ ተዘይብልኩም ,ኣብቲ ዘለካዮ ዓዲ፡ከመኡውን ኣብ ካናዳ ዘሎዉ ኤርትራውያን,ሓገዝ ናይ ገንዘብን ሓሳብን ተቀላጢፍኩም ርደኡዎ በጃኩም፡ኪድኩም ሰብ ኩኑዎ።አዋይ ብጣዕሚ እዩ ዘጨንቀካ ኣብ ስደት እሞ በሕዋትካ።ምሕረት የውርደልና ፈጣሪ

  • @yeebyotesfa3694
    @yeebyotesfa3694 5 วันที่ผ่านมา +2

    ኤፐ እንታይ''ሞ ክንብ እቲ ሕጊ ካናዳ ከመይ ድዩ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉❤❤❤🎉🎉

  • @Fekarkun
    @Fekarkun 3 วันที่ผ่านมา

    Eway xegem akehahad zkone gize fetari irku yewrdelkum 🤲

  • @user-ql1je4dt7c
    @user-ql1je4dt7c วันที่ผ่านมา

    Egzabeher alo one day 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @aminegirmatsion1870
    @aminegirmatsion1870 5 วันที่ผ่านมา +8

    ይቅሬት ምሕታት ይሕሾም ነዛ ዛንታ ኣቀዲመ ኣነ ሰሚዔዮ ስለዝነበርኩ 99%ኣማን ይውዕሎ ዝብል ግምት ኣሎኒ

    • @user-ld9mw7jf9l
      @user-ld9mw7jf9l 5 วันที่ผ่านมา +4

      ኣነ ንባዕለይ ቅድሚ ኣብ ሜድያ ምውጽኡ ሰሚዔዮ ኔረ እየ ሓቅነት ኣለዎ እዩ። ኣብ ካናዳ ድማ ሱቅ ኢሎምዶ ይኣስሩ እዮም?

    • @HaileTesfai
      @HaileTesfai 5 วันที่ผ่านมา +2

      Tease kayo ke bzey chbti keser. Kndi bxuh wlada aytmhal. Dhar Kea eta hxan ke kemey hiwetna xelmitu alo

    • @Robielghilay-fp1dg
      @Robielghilay-fp1dg 5 วันที่ผ่านมา

      ትጋገ ደኣ ከይትህሉ ሓወይ

    • @nebiatmehari9838
      @nebiatmehari9838 5 วันที่ผ่านมา

      ​@@user-ld9mw7jf9lbeka Amlak gerknom sab eyom,ko

    • @hagheroqubay5437
      @hagheroqubay5437 4 วันที่ผ่านมา

      Zomay chanal

  • @user-ty7ly5xu3z
    @user-ty7ly5xu3z 5 วันที่ผ่านมา +10

    ጆሲ ጎፎንድሚ ዘይክፈቶ ነዚ ሰብ ንጠበቃ ዝክፈል።

    • @user-iw8mp1oe3e
      @user-iw8mp1oe3e 5 วันที่ผ่านมา +1

      ከምዘይገበሮ ከመይ ጌርካ ትፍልጥ? ብሓፍታ ዝበለቶ ጥራሕ ኣይኮነን ዝፍረድ፡ ኣብ ምዕቡል ሃገር ንመንእሰይ ንቖልዓ ሓቅን ሓሶትን መርሚሮም ክፈልጡ ይኽእሉ እዮም፡ ነዚ ምርመራ ዝገብሩ ናይ ከምዚታት ተመክሮን ትምህርትን ዘለዎም እዮም። ሰብ ስለዝጽልኣካ ኣያስሩን እዮም። ነታ ቕልዓ ሓቂን ሓሶትን ትዛረብ ንኽፈልጡ ይኽእሉ እዮም።
      እታ ቖልዓ ክእሰር እዩ ኢሎማስ ከምኡ ኣይብል እየ ዝበለት ስለዝፈርሄትን ክእሰር ስለዘይትደልን እያ፡ ምኽንያቱ እንተተኣሰሩ ብሰንከይ ኢላ ሕማቕ ክስምዓ ይኽእል እዩ። ስለዚ ኣነ እታ ቆልዓ ትሕሱ ኣላ ኣይብል እየ። ካልኣይ ነገር ከኣ ዋላ እታ ሰበቱ ዓሚጹኒ ኢላ ክትከሱ ትኽእል ኔራ ምኽንያቱ ንሰበይቱ ምዕማጽ ውን ክእሰር ይኽእል እዩ ኣብ ሃገረ ጻዓዱ፡ እዚ ኸኣ ሕዝብና ይፈልጦ ኢለ ኣይሓስብን እየ።

    • @mihreteabsyum1780
      @mihreteabsyum1780 5 วันที่ผ่านมา +3

      ስእለን ኣውጺእኹም nab tiktiok ንጎጆ ሃብዎ😢

    • @nebiatmehari9838
      @nebiatmehari9838 5 วันที่ผ่านมา

      ​@@mihreteabsyum1780yes

    • @nebiatmehari9838
      @nebiatmehari9838 5 วันที่ผ่านมา

      ​@@user-iw8mp1oe3eentay habatken tetwaxelu hemak tagerwa da takolea tegaded ketxelo eya jemlken hezken sek bela

  • @fintra26
    @fintra26 5 วันที่ผ่านมา +3

    Ab canada higi tsinu ey mermera keygeberu kiasriwo aykilun eyom.eti dihashe gebenu teaminu yqre giberuley elu mistom sidra mizirirab mihasho ymesleni

  • @selamasfaha8250
    @selamasfaha8250 5 วันที่ผ่านมา +4

    Kemey gerom hikimna mermera keygeberu firdi kihbu aykielun eyom

  • @blm5287
    @blm5287 4 วันที่ผ่านมา

    ነዚ እንዳ ሰማዕካ ዘይ ትፈልጣ ተፋቂርና ኢልካ ሓዳር ትገብር መንእሰይ ሕሰበሉ ኢካ!!!!!ንስድራና ንንበር ነቦና ነዴና ንስሊኦም❤

  • @senaitsenait5666
    @senaitsenait5666 4 วันที่ผ่านมา

    አቤት አምላክ እንታይ እዮ ዚኮውን ዘሎ እዚ ሰብ አበይናይ ጉድጋድ ክአትዋ እየን ፈጣሪ ትርእይ አለካ መዋጽእቲ ይፍጠረሉ ሰብ ሐይሊ የብሉን ናይ ፈጣሪ ብሐይሉ ይፍትሐዬ እዋይ ሐወይ
    🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷

  • @tekletesfazgi3359
    @tekletesfazgi3359 5 วันที่ผ่านมา +8

    Canada is the land of law

  • @user-ci4wl5bj7l
    @user-ci4wl5bj7l 5 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢

  • @buruheumexaina8749
    @buruheumexaina8749 3 วันที่ผ่านมา +1

    Kanada ko eritra aykonenn bet frdi kanada ka bzey chbti bzey mermera aykonenn 15 amet 15 maalti wun kasro aykeln eu

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 3 วันที่ผ่านมา

    ስላም ይሃቦም

  • @gaulmokieerey263
    @gaulmokieerey263 3 วันที่ผ่านมา

    Is this in canada

  • @letamlakmhstntu-jv6rf
    @letamlakmhstntu-jv6rf 2 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏

  • @yodithailehagos1326
    @yodithailehagos1326 5 วันที่ผ่านมา +2

    Awaxewo yfterelu fetari.

  • @luciaberhane3012
    @luciaberhane3012 4 วันที่ผ่านมา +1

    This is in Canada? What is he talking?

  • @BETESEB1972
    @BETESEB1972 4 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ጆስያስ እዛ ጉዳይ እቲ ሓውና ጌጋ የብሉን ንበል ግን እቲ ዝተዋህቦ ጽሑፍ እንታይ ይብል ኔሩ ፈሪምሉዶ እወ ፈሪምሉ ተኮይኑ ጽሑፍ ከየንበበ ከይተረድአ ጎል ኣትዩ እሎ እዚኣ ቀላል ክትመስል ትክእል እያ በጃኩም ዝኮነ ዘይተረድኣኩም ኣይትፈርሙ ወድሓንኩም 😢😢😢😢

  • @tocaboca4654
    @tocaboca4654 3 วันที่ผ่านมา +2

    Politie gele mikt keyrekebe ayasron entay krekb hgi yaasr yfeth yferd

  • @binikifla5786
    @binikifla5786 4 วันที่ผ่านมา

    Ya in Saskatchewan Canada 🇨🇦 he is right

  • @hermonzydanatey9844
    @hermonzydanatey9844 5 วันที่ผ่านมา +1

    😢😢

  • @user-hh8yl5zp7g
    @user-hh8yl5zp7g 5 วันที่ผ่านมา +2

    Egzabehar amlike mawxo yefetar amelake mesaka yekun kedan meherat agurdat mawxo tefetare

  • @ibrahimadem5441
    @ibrahimadem5441 5 วันที่ผ่านมา +3

    ንሓውኩም ንስኹም ዝሕልኩሞ ሓግዝዎ ሕጂ አዩን ግዜ ኣለዎ ተጋየዩ ሓቂ ወላ ሓዲራ ክትው አ አዋ

    • @mihreteabsyum1780
      @mihreteabsyum1780 5 วันที่ผ่านมา

      Silen ኣውጺእኹም ንጎጆ ሃብዎ

  • @zewdiyohannes2174
    @zewdiyohannes2174 3 วันที่ผ่านมา

    Eritrea brothers and sisters we have to be careful about things comes from our mouth to harm people ,we have to forgive each others and solve the problem .Who had garantywe are going to see Tomorrow solve it with elderly in between family Jesus is coming .

  • @wedido85
    @wedido85 4 วันที่ผ่านมา +1

    ነቲ መጀመርያ ተዓሚጸ ኢላ ዘቕረበቶ ጠበቓ ርኸብዎ ንሱ ክትፈሖ ኢዩ

  • @zeynebabdu8556
    @zeynebabdu8556 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ዚሕልኩም እዋይ ሐወይ ግን በቲ ጠበቃ ንፍዕ ዝበልኩሞ ነቲ ቀበደማይ ደዉጼኤ ንዕዑ ረኺብኩም ተጋይሉ እዋይ ጊዜ የሕዝን ረቢ ምሳኻ እኹን

  • @astertesfamariam89
    @astertesfamariam89 4 วันที่ผ่านมา

    አዋይ ሓወይ ሓወይ ሓወይ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን

  • @Kiros-ec6wt
    @Kiros-ec6wt 5 วันที่ผ่านมา +3

    With out puoruf nobody sentence u

  • @benamt9670
    @benamt9670 5 วันที่ผ่านมา +3

    🤔😥🙏🙏🙏🙏

  • @meharennahabtemariam1637
    @meharennahabtemariam1637 5 วันที่ผ่านมา +1

    Josiah Denden tube was not challenging the person who was talking.He was saying the Canadian Government imprisoning without any Evidence.

    • @kidantekle2443
      @kidantekle2443 4 วันที่ผ่านมา

      Egziabher eferede they are not good women. Kidanemeheret terdaw

  • @eristrongwomen9947
    @eristrongwomen9947 5 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም የሕዋት

  • @rahelalula551
    @rahelalula551 5 วันที่ผ่านมา +2

    Eway Hawey betami zedengtse amelak mewatseo yehaba

  • @AzemeraBerhe
    @AzemeraBerhe 4 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @merhawiberhe4476
    @merhawiberhe4476 4 วันที่ผ่านมา

    Am from Canada but sorry to hear that 😂😂😂

    • @fetawihaki3672
      @fetawihaki3672 4 วันที่ผ่านมา

      Entay Dea sorry enda belki tisihki dirbay

  • @wedieray
    @wedieray 4 วันที่ผ่านมา +1

    ዮሲ እዚ ሓውና ኮለል ይብል ኣሎ ንምታይ ይግባይ አኢሎም ብ ሕጊ ንስብይቱን ነታ ብድልትን ዝይቅርባ ኣብት ፍርዲ መኽንያቱ ስላም ይድልያ ይልዋን

  • @user-qj8ch3rq5l
    @user-qj8ch3rq5l 5 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HaileTesfai
    @HaileTesfai 5 วันที่ผ่านมา +3

    Hawna ezi tzarebi zeleka nay akli xbet eyu. Eti kale seb tblo zeleka amixwa tekoynu wn bsheleltnet hawka eyu. Slemntay hxan qola ms sebay adeqiswa? Adia mechem hanti hamam endya kem teredini zelo. Dhar Kea kemti Kab sdra ta kola zsemaekuwo hawkum kone elu eyumstigasha wedi ahdirwa. Kem a kelo falmay Kea eti wedi amxki eyu kftsheki kdanti awxyo elu eyu amixwa eyom elom. N3-4 amet Kea amxwa

  • @user-mo4vu6ic3k
    @user-mo4vu6ic3k 5 วันที่ผ่านมา +3

    Uff kehizneka atin ahiwatey mehiret geberalu amlak mhret kigebrelkum👈🙏😭💔💔💔💔💔💔💔

  • @Msswa20com
    @Msswa20com 5 วันที่ผ่านมา +2

    Hmak gzye Eway Seb rekibwo Zelo😢

  • @beniamkifle557
    @beniamkifle557 5 วันที่ผ่านมา +4

    ናይ ከናዳ ኣቃቢ ህጊ ከይመርመር ደዪ ዝፈርድ

    • @mihreteabsyum1780
      @mihreteabsyum1780 5 วันที่ผ่านมา +1

      ስእለን ኣውጺእኹም ትፈልጥወን ሰባት ንጎጆ ሃብወን😢

  • @untitled2834
    @untitled2834 5 วันที่ผ่านมา +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏God bless him

  • @kubromghebrhanes2091
    @kubromghebrhanes2091 2 วันที่ผ่านมา

    Amlakh mewatseo yfterelu.neta ab adi Engliz zela aqtuluwa 😢

  • @EriLove01
    @EriLove01 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hi Kemey Gere kirekibeka yikil , nezi sebay kirekibo delye aleku bejaka

  • @recipenow3080
    @recipenow3080 4 วันที่ผ่านมา

    Amlak frdi hebom ety heki yfrlt selam awrdelom nkulom

  • @shishayhabtemikael1639
    @shishayhabtemikael1639 4 วันที่ผ่านมา +1

    Ewa Aeman hawey mewaxo yfterelka

  • @lydiahagos5178
    @lydiahagos5178 5 วันที่ผ่านมา +1

    I think this family need a good lawyer and it can be very expensive, so why not everyone donate whatever God place in your hearts and he needs a priest. Send him a priest to prison. He needs God and i am praying for him. Jesus i trust in You. Where can we send donations for attorney fee. Let us all help our brother ❤

  • @user-vp4vj7xp6h
    @user-vp4vj7xp6h 2 วันที่ผ่านมา

    Mewaxo yefterlu hawey maery

  • @mihreteabsyum1780
    @mihreteabsyum1780 5 วันที่ผ่านมา +1

    ስእለን ኣውጺእኹም ንጎጆ ሃብዎ😢

  • @segenm950
    @segenm950 3 วันที่ผ่านมา +1

    እዚ ናይ ቤተስብ ሐዎም ከይአመነ ፍርዲ አይፍረደን እዩ

  • @MedaEstifanos
    @MedaEstifanos 5 วันที่ผ่านมา +2

    Haften kehmma emo entay eyen krekba sqay gual haften yehmimwen ember

  • @Semiraasmara
    @Semiraasmara วันที่ผ่านมา

    አይውረድ እዬ ! ንጉስ ሰማይ ስጋብ ዝረድእ ንጉስ ምድሪ ይጎድእ ! ሰብ ብዘይ በደሉ 20 ዓመትውን ይእሰር እዬ ! እዚ እኮ ሀገርና አይኮነን ኤርትራ ቅድስ ሀገር ዓዲ አብነ ፊሊጶስ ጸበል አስቲካ መምሐልካየን ንኩለን ! ❤❤ ❤ ጸሎት ግበር እግዚኣብሔር ፍትሒ ይፍጠረልና እምበር እዛ ዓለም ፍትሒ የብላን.

  • @BerhaneSelemun
    @BerhaneSelemun 3 วันที่ผ่านมา +1

    Ezi guday agatimu zelo btami zehzin eyu ,nay Kim eyu zimesl gin aytifeltin eyu zibhal azerarba gin nixur koynu ayrayenin eyu .

  • @rahwa7401
    @rahwa7401 4 วันที่ผ่านมา

    ❤🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤

  • @LemlemAdhanom-uv8xg
    @LemlemAdhanom-uv8xg 3 วันที่ผ่านมา +1

    Agzabiher msti kunua ykun agzabier nasnetu yrayelu

  • @nebuyemane920
    @nebuyemane920 5 วันที่ผ่านมา +2

    Mewaxo yfterelu enber hsumat sebat yen agtimeno kidane mhret msu tku

  • @hagheroqubay5437
    @hagheroqubay5437 4 วันที่ผ่านมา +1

    Hgi eko mizan eyu. Ab knada ke hgi yelon dikum yblu zelekum

  • @user-wg3kb2pw9w
    @user-wg3kb2pw9w 5 วันที่ผ่านมา +2

    Amo hawkum andyu zeytkeydu nab Canada gudayu zeythattu hiwetu keytefae kabakum halifu da men kehatelu delika kidu bakal ms hgi terekibu

  • @user-tb6tq8bs6e
    @user-tb6tq8bs6e 3 วันที่ผ่านมา +1

    ኣፍትሓላ ሰበይቱ ከይ ፈለጠጥ ኢልካ፡ እንደገና ሰበይቱ ከሲሳቶ ኢልካ ተገራጫዊ ዘረባ ይዛረብ ኣሎ፡ መኽንያቱ እቲ ጥንሲ ክኸዳ ከሎ ይሃርማን ይቅጥቅጣን ከም ዝሃረማ ከሲሳቶ ይብል ይጸንሕ እሞ፡ ዳሕራይ ድማ ሰበይቱ ምእሳሩ ከይ ፈለጠት ሰሙን ገይሩ ይብል ኣሎ ስለዚ እዛ ጉዳይ ሱሳ ኣላታ፡

  • @wegahfetah
    @wegahfetah 3 วันที่ผ่านมา +2

    hiwetu ko kab hiwet eta b hxana ztamexet qola aytkebrn ya. hiweta abalishu dea men sle zkone yu hiwetu b naxa frdi kqxl.. bejekum hlna yhalkum fo afenfinkumna ko zeytkwelu ke

  • @medhintekie5494
    @medhintekie5494 4 วันที่ผ่านมา +1

    Kulu Eritrawi kixerelu alewo

  • @user-yz3rw2xx8t
    @user-yz3rw2xx8t 5 วันที่ผ่านมา +2

    Amlak mhretu yewindelka hawey so sad 😭😭😭🙏🙏🙏🙏

  • @tesfithaile5668
    @tesfithaile5668 4 วันที่ผ่านมา

    ያህዝቢ ሓግዝዎ ጎፋድሚ ክፈትሉ ንጠበቃ ሰብሲኢኑ ዝሰብ ኣብጉኑ ኩኑ😢

  • @tesfithaile5668
    @tesfithaile5668 4 วันที่ผ่านมา

    ሚስኪናይ ኩሉ ዘርይዎ ሒጊዘርይዎ ሰብኣያ ጻዕዳስለዝኮነውን ተማዕነት ገሮም ኩሉ ምስኪን እዚኣ መፍቲሒኣ ቀዳምነት ህዝቢ ብገዛባዊ ንጠበቃ ሓገዝየድልዮ ድሕሪኡ ሓቅነቶም ኣኪቦም ሂወቱ የድሕኒ

  • @senaytfshaye7905
    @senaytfshaye7905 4 วันที่ผ่านมา +1

    Zereba hade semieka iytfred srah deyblka edaga itwred fthi nhaki

  • @hiwetlandlandin860
    @hiwetlandlandin860 5 วันที่ผ่านมา +2

    Ajoka hawey blibi xelot gberu Amlak ms kunuat ykun

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 4 วันที่ผ่านมา

    Amlak mhret yewrdelu