ናይ ቃልኪዳን ወረቐት ቀታሊና ይኸውን ኣሎ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024
  • ናይ ቃልኪዳን ወረቐት ቀታሊና ይኸውን ኣሎ
    VISIT AT JOSIAS DENDEN
    - linktr.ee/josi...
    - FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
    / josiassdenden
    - FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
    - FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
    / josiassdendentechno
    - INSTAGRAM Josias Denden
    / josiassdenden
    - TWITTER Josias Denden
    / josiassdenden
    - TIKTOK Josias Denden
    / josiasdenden
    #eritrean#habesha#ethiopian

ความคิดเห็น • 392

  • @Meng430
    @Meng430 5 หลายเดือนก่อน +16

    ማቲ 24፥12 ዓመጻ ስለ ዝበዝሐ ናይ ብዙሓት ፍቕሪ ክትዝሕትልያ፡ ወንጌል ኣብ ኩሉ ኣህዛብ ክስበኽዩ
    ስለዚ ሓወይ ሓብተይ፡ ነዚ ኣቐዲሙ ዝነገረና ኣምላኽ ይመስገን ። ሰለዚ፣
    እቲ ክንገብሮ ዝግብኣና ናብቲ መንጪ ሰላምን ዕርፍትን ዝኾነ የሱስ ጥራይ ህይወትና ምሃብዩ፣ ጸጋ ጎይታና ከኣ ብኩሉ ቅንዕና ክንማላለስ ከክእለናዩ።

  • @warrihabesha
    @warrihabesha 4 หลายเดือนก่อน +2

    ተማሂርና ኣለና የቀኒየልና❤❤
    ሓዳር ናብ ፊዚክስ ጸሪዩ ስለ ዘሎ ፎርሙላ ትነብረሉ ዓዲ ምምሃር ከድልየና ኢዩ። ቅድሚ መርዓ ክላስ ወሲድካ ምእታው ኢያ እንበር።

  • @aronbrhane374
    @aronbrhane374 5 หลายเดือนก่อน +105

    ጸሎት ግበሩ ጾም ጽሙ ንስሃ ተቀበሉ ሰላም ክትረክቡ ናብ እግዚአብሄር ንቅረብ 🙏

    • @Shaebiya.tsereharestay
      @Shaebiya.tsereharestay 5 หลายเดือนก่อน +2

      😝😝😝😝

    • @messikahsay3562
      @messikahsay3562 5 หลายเดือนก่อน +3

      አዚኣ አያ አታ ሓቅን ፍታሕን ሰበይ የቀነልና

    • @DjRobi43378
      @DjRobi43378 5 หลายเดือนก่อน +1

      ትኽክል ብሮ ሃይማኖትና,ብግቡኡ ዘይምፍላጥ ዘምጾኦ ሳዕቤን ኢዩ ።

    • @Shaebiya.tsereharestay
      @Shaebiya.tsereharestay 5 หลายเดือนก่อน +1

      @@DjRobi43378 ዶ ኣብ ስደት ኮይንካ ከኣ ሃይማኖት ከኣ ይኽበር እዩ እንበኣር👀👀👀

    • @znkidmit
      @znkidmit 5 หลายเดือนก่อน

      ንልቢ ሎሚ ጸለሎ ዝደምስስ ንሰሓ የለን፣ ካህናት እኳ ዝተበታተኑ ከመይ ገይሩ ልቢ ምእመን ብነስሓ ከምሓየሽ ማይ ንዓቀብ እዩ፣ ኣይትረብርቡ፣

  • @eru5343
    @eru5343 5 หลายเดือนก่อน +19

    ቀዳምነት ወገን ሒዝካ ኣይትፍረድ ክንደይ ኣዋልድ ውን ኣውሊዶም ጊሒፎመን ኣፍሪቃ ከይዶም ዝምርዓው ኣለው ካልኣይ ጎደለኩን ፈትሹ ብፍላይ እቶም ፖሎቲካ ትነጥፉ ለይትን ቀትርን ቴሌፎን ሒዝኩም ኢኩም ትውዕሉን ትሓድሩ ክትዛረቡን ክትሰምዑን ግዜ ኣይትህቡወንን ኢኩም ነንስትኩም ,።፨
    ገሌኩም፡ውን ቁማር ትጻወቱ ኣብ ዳሓበሻ ዱካን ከይድኩም፡ገንዘብኩም፡ናይ ቆልዑ ገንዘብ ትውድእዎ ብኣጋባብ ኪዱ ትርጉም ሓዳር ፈሊጥኩም ሓዳር ግበሩ ምስ ኣተክሞ ውን ደቅኩም ኣይተዘክትሙ ከምዚ ናይ ዓድና ሓዳር ዳደጉደግካ ከም ኣድጊ ዝብሃል የለን ተከባቢርካ ኢዩ

    • @sabishikor7678
      @sabishikor7678 5 หลายเดือนก่อน +3

      ኣብ ሓዳር ከለዋ ክንደይ ሲንግል ኣለዋ ሓጉዘኒ ተበለት ምስ ኣምጻኩኪ ጸጊቢኪ ይብሉካ ሰብ ከይብለኒ ክብላ ክንደይ ዝመደወት ኣላ

    • @eru5343
      @eru5343 5 หลายเดือนก่อน +9

      @@sabishikor7678 ብሓቂ ኣነ ዝፈልጠን ዋላ ኣለዋ ከምኡ ኣብ ሓደ ገዛ ዳነብሩስ ግዜ ኣይህቡወን ብሰንኪ ፖሎቲክ ዓዲዓዲ ክከዱ ዝረስዕወን ንስለምንባር ጥራይ ዝነብራ ንደቀይ ክብል ይጽመም ኣለኩ ይብላ ክሳብ ዝፍንጀራ ኢዩ ቀጻሊ የብሉን። ከቢድ ኢዩ ኣወዳት ግን ጉድለቶም ክሽፉኑ ሕጊ ኤሮጳ ቀይርዋ ፈቲሓትኒ ኢሎም የመክንዩ ጉድለቶም ምሸፈኒ ይጥቀምሉ

    • @luwamtesfay5844
      @luwamtesfay5844 5 หลายเดือนก่อน +4

      Enjrea alem bli

  • @medhanittesfu1222
    @medhanittesfu1222 5 หลายเดือนก่อน +3

    ገንዘብ ዘምልኽ ወለዶ ማተርያል ጥራይ ዝሓስብ ወለዶ ጠላምን ዓማጽን ወለዶ ኢና እግዚኣብሔር ዘይንፈርሕ ወለዶ ባህላዊ እምነት እምበር ውሉደ እግዚኣብሔር ዘይብልና ወለዶ ኢና

  • @yordanosbrhane1910
    @yordanosbrhane1910 5 หลายเดือนก่อน +6

    Ahhhhh ahiwatey mearey 😢😢😢 kabi rigum sebi yihalewena

  • @merhawitpetros355
    @merhawitpetros355 5 หลายเดือนก่อน +2

    ብዘይ ቃል ኪዳ ዝሙት እዩ. ስብ ክጋራጮ ንቡር እዩ ቃልኪዳን ከይትገብሩ ዘመውቲ ኮይንኩም ንበሩ ግና ኣይምክርን. ዝእርም ዓቢይ ስብ ዝስኣነ መንእስይ የሕዝነካ እግዚአብሔር ይተዓረቆ

  • @asterghulbet8639
    @asterghulbet8639 5 หลายเดือนก่อน +1

    Entay koynkum abtekakum zelwa zytemereawu

  • @mercinegash8202
    @mercinegash8202 5 หลายเดือนก่อน

    Bejakum ezom kab Africa temerina nemxen zelena felitna teamamina qeltifka zeym’mxae Ezi zigber zele Abi tmhrti iyu,,, deqi anstyo yehwatna wun hseba qalkidan kbur iyu

  • @mediheneyemane5207
    @mediheneyemane5207 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኢዚ ሓዉና ክብሎ ዝጸንሕ ጆሲ አማን ብአማን ይሕዋትና ደቅንስትዮ በደልት ይሕዋተን ኢየን ዘለዋ አብ ስደት ብዘይ ሓሶት70%100 ከምዝ ዝቡሎ ዘሎ ኢዩ ኢት ሓቅ ኢዝ ክብል ኮሎኹ ስሚኢታዊ ኮይነ አይኮንኩን ብከባቢየይ ዘጋንፈን ብተመኩሮ 37 አመት አብስደት ዝተቀመጥኩ ኢየ ጆስ ኢዚ ትገብሮ ዘለኻ ቁዱስ ሓሳባት ኢዩ ቀጺሎ ይብለካ ኢድመን ጥኢናን ይሃበካ ምስ ቤተሰብካ አሜን

  • @teshomewehazit1416
    @teshomewehazit1416 5 หลายเดือนก่อน

    Eway gudi hawey Mearey ezgyo 🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @memumu4242
    @memumu4242 5 หลายเดือนก่อน

    Selam Jossy ezi nay wedi wey goal zeykone, nay Eritrea societ eyu, we all need education. Most important everybody should think about the children!!!

  • @meseretberhe2964
    @meseretberhe2964 5 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ጆስያስ ሓወይ።
    እዛ ዘይትስዉእ ዲኺ ትብል ኣዝያ ትገርመካ ስለምንታይ? ኩሉ ከማኻ ኣይትሕሰቦ፡ ንስኻ ምናልባ እንተወሓደ ኣብ ዓመት ምስ ስድራኻ ትራኸብ ትኸውን፡ 9 ዓመት ጌና ንምስ ስድራ ከይተራኸብ ብጣዕሚ ብዙሓት ኤትርራውያን ኣሎና ፡ ገሌና ብቑዕ ወረቐት ዘብልና ስለዝኾነ፡ ገሌና ውን ብሰንኪ ስእነት ስራሕ፡ ብብዝሒ ጸገማት ናይ ስድራን። ስለዚ እዚ ደ ሰበኡቲ ስዉእ ዲኺ ብልወን ኢዮም እምበር እንታይ ክብልወትን ትጽበ ኣሎኻ?
    ብሰንኪ ግዕዙይ ምሕደራ ጀርመን ብዙሕ መልእሰይና ዝጸጽድለለ ኣሎ፡ ከሙኡውን ናብ ካልእ ሃገራት ዝሃደመ። ከም ጀርመን ኣብ ጥርናፈ ዝፈር ቤት ዝኸፈአት ሃገር የልቦን። ኣብ ኤውሮጳ ምሉእ ጀርመን እታ ዝኸፍ አት ዲክታቶር ሃገር ኢያ። ንግዚኡ እዚ ይኣኽለካ ዝሓወይ። ናትካ ጥራይ ኣይትሕሰብ። ንኹሉ ኣብ ሽግር ዘሎ ህዝብኻ ጠምት ሞ ተዛረበሉ።

  • @GenetMesfin-h8u
    @GenetMesfin-h8u 5 หลายเดือนก่อน +1

    Selam haway kemey alka telephone nka seddalia eb bejika pls

  • @Robi-94
    @Robi-94 5 หลายเดือนก่อน

    ይትረፈኒ መርዓ ወዲ መርዓ 😢😢

    • @AlemGoytom-ph1br
      @AlemGoytom-ph1br 2 หลายเดือนก่อน

      Ajoka ዝሓወይ ንዓኻ ትመስል ክትረክብ ኢኻ

  • @Gezana302
    @Gezana302 5 หลายเดือนก่อน

    እዎ ንኹላትና እባ አይትለክሙና !! ክትመክር ከለኻ ጥንቅቅ በል ብዘይ ቃልኪዳን ዝግበር ሐዳር አብ ሃይማኖትና ዝሙት እዩ:: ካልአይ ከአ ካብ ቤተክርስትያን ዝረሐቀ ሰብ ኩሉ ከክፍኡ ክገብርን ክሐስብን ይኽእል እዩ , ጥልመት ከአ ካብ ወዲ የብሉ ካብ ጓል የብሉ ጠላም እንተኾይኑ ሰብ ዊዒሉ ሐዲሩ ዋላ መዐር እንተፍሰስካሉ ኸማን ዝገድፎ አይኮነን ስለዚ እቲ ፍታሕ ነነብስና ምፍታሽን መስተውዓልቲ ምኻን እዩ : ንገንገንዘብ ኢልካ ዝግበር ሐዳር መሰረት ከም ዘይህልዎ ፍሉጥ እዩ ::

  • @TemesgenHabtemariam-p8f
    @TemesgenHabtemariam-p8f 5 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ጆሲ አብዚ ዘምጸካዮ ሓሳብ ናይ ሰብ ሓዳር ካብ አፍሪካ ብቃልኪዳን ኢካ ክትምጻ ትክእል አማራጺ የብልካን ፡
    ነአብነት አብ ጀርመን ሓዳር ምስ ትገብር ግን ኤረትራዉያን ቃልኪዳን ናይ መንግስቲ ዝገብሩ 10%100 ኢዮ ብዘይ ቃልኪዳን ዝነብር ይበዝሕ።

  • @habtomgebrihiwet9101
    @habtomgebrihiwet9101 5 หลายเดือนก่อน +1

    Ateababya wesani iu aboann Adrienne ztefathu ms abayen zabeya bzuhat alewa komu zgebera zfelten

  • @hadgueyob4954
    @hadgueyob4954 5 หลายเดือนก่อน

    Stimmt das macht uns angst 😔

  • @gideyhaila5302
    @gideyhaila5302 5 หลายเดือนก่อน

    ሐደ ሻዕብያ ብቀረባ ግዜ ካብ usa መፂኡ ጓል መቀለ ተመሪዑ ወሊዱ ተሐጊሱ ይነብር አሎ አብ ደገ ዝነብር

  • @KbromMekonem
    @KbromMekonem 5 หลายเดือนก่อน

    Merhaba zihawey bmjemerta izi nhzbna xegemu nimklal tigebro zeleka àbi me aziye ymegneka

  • @truth3960
    @truth3960 5 หลายเดือนก่อน

    Kigebr zeykieel kimireo yeblun. Nisa entekielka kea baesi yelen wedihaweboy

  • @filmonkibrab9991
    @filmonkibrab9991 5 หลายเดือนก่อน

    Sayti sewu ilka alo 😂😂😂😂

  • @MahmoudBrihan
    @MahmoudBrihan 5 หลายเดือนก่อน

    Is true

  • @Helenpeestifanos
    @Helenpeestifanos 5 หลายเดือนก่อน

    Awedat wen alewu nay awaled dea yganen koynu enber zetebedela wen alewa delayom gerom zegahfuwen ab Africa

  • @zewditekle1855
    @zewditekle1855 5 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ጆሲ ከመይ ኣለካ ብታአሚ ኣገዳሲ ኣርአስት አዩ! Please
    🙏 don't guj

  • @tsigekifle6422
    @tsigekifle6422 5 หลายเดือนก่อน

    Eti tsegem zkewn zelo haimanotna bahlna zeykone hiwet share gerka tekebabirka ynber mkanu baflto kmsret alewo mknaitu hahantsab bahina hahantsan nhadieu wegen hasay ykewn slezi baflto bmbhhal kekewn alewo

  • @hanihelennaod3267
    @hanihelennaod3267 5 หลายเดือนก่อน

    Endeher zehesewika kinom kika entay tegebero

  • @azebogubamichael7082
    @azebogubamichael7082 5 หลายเดือนก่อน +24

    ጆሲ ሓወይ ጽቡቅ መደብ ።
    ዘረባ ሓደ ሰሚዕካ ኣይትፍረድ ኮይኑ ነገሩ።
    ንሕና ኤርትራውያን ስነ ስርዓት መርዓ ሓዳር ሕጂ ኣይኮነን ተቀዪሩ 32 ዓመታት ኣሕሊፉ ክብለካ ይደፍር ተጋደልቲ ካብ ሜዳ ምስ መጻእና ነተን ብጾቶም ደቆም ገዲፎም ንኣሽቱ ተመርዒዮም እቶም ወጻኢ ዝነበሩ ድማ ነተን ናይስደት ሓዳሮም ገዲፎም ንኣሽቱ ተመርዒዮመን ምስ ኣደይ ጽንሒ ይብሉወን ኔሮም ቀጺሉ ድማ ሕጂ
    ሓሓድሽ ንሰምዕ ኣለና ኣብ ናይ መወዳእታ ጥርዙ በጺሑ።
    ኣወዳት ዘብክያ ኽኣ
    ኣለዋ ኢየን !!!!ዓገብ
    ደቀንስትዮሲ ብኽያትና ወዲእና ደቅና ኣዕቢና
    ሰማዒ ኣባዲ እኳ ኣይረኸብና ደቅና ክንዲ ሰብ ኮይኖም ምሕረት የውርድ ኢዩ ዝበሃል🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿

  • @asedetekle6677
    @asedetekle6677 5 หลายเดือนก่อน +14

    ኣነ ዝገርመኒ ንስኩም ትብድልዊን እኮ ይበዝሕ ኣብ ነብስኩም ምስ በጸሐ ክበክዩ ክንደይ ምስ ደከን ሆም ለስ ዝገበርኩመን ውሕዳት ድየን ንክሎኩም ኣይኮንኩን እዞም ደቅንስትዮ ከጽልሙ ዝውዕሉ

    • @ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ
      @ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ 5 หลายเดือนก่อน +1

      ይገርም ኢዩ ወላ ካብ ኣፍሪቃ ኣምጺኦም ጸቅጢ ከምዚ ዝገዝእወን የሳቅይወን ኢዮም

  • @trhastekle2543
    @trhastekle2543 5 หลายเดือนก่อน +58

    ጎይታ ደይብሉ ኩሉ አብ ጸልማት ዩ ። አነ አብ ክርስቶስ ስለተወከልኩ ንሰብአይ እሙን ኾይነ ይነብር እዚ ዝኾነ ብክእለተይ ዘይኾነ ብጸጋ እግዚአብሔር ዩ🙏 ብእርክነት ቀዳማይ ወደይ ወሊደ 11 አመት በይነይ ምስ ስድራይ ኾይነ የእቢዮ ብተስፋ መጀመሪያ ተጋጊየ ካልአይ ጌጋ ከይገብር ብጸሎት ተአሚነ ጸኒህህ ድህሪ 15 አመት መጺኡ ምስቲ ዝፈትዎ በአል ቤተይ ብቃል ኪዳን ተመሪኢና ካልአይ ወዲ ወሊድና ንነብር አለና ክብሪ ንእግዚያብሄር ይኩን ነቲ ቃል እግዚአብሔር ዘይፈልጥ እዛ አለምን ብልጭልጫን ጊዛዊ ስምኢት የእውሮ እቲ ቃል አምላክ ደለዎ ግን እዛ አለም ከንቱ ከምዝኾነት የስተውእል ዮ የህዋተይ እንታይ ክብለኩም ደሊየ ቃል አምላክ አንብቡ ካብኡ እሙናት ክትኾኑ ሰላም ቤትክን ሃልዋ በጃክን ደቂ አንስትዮ ብፍላይ ንሰይጣን አይትንበራ።

    • @elsakiros6509
      @elsakiros6509 5 หลายเดือนก่อน +3

      God bless you more grace 🙏 my blessings sister in christ 🙏 ❤ and God our savior Jesus christ gaudens and protected you and your wonderful family 🙏♥️🌸🇧🇻🙏🇪🇷🙏 I'm so happy for your comments what you said is amazing truth 🙏 and spiritually understanding about marriage is from God ❤🎉🙏🇪🇷♥️

    • @tesfiemichael9123
      @tesfiemichael9123 5 หลายเดือนก่อน +2

      ጴንጠ.. ዝገደዳ
      አብ ጴንጠ church ን 20 ዓመት ክይደ.. ይገዳ
      ኻብ ጴንጠ.. ተዋህዶ ትበልጽ

    • @zeritmisghna4699
      @zeritmisghna4699 5 หลายเดือนก่อน

      Sk belie pente

    • @eyasuasfaha7665
      @eyasuasfaha7665 5 หลายเดือนก่อน

      ሰክቲ ሓሳዊት፡ ብዘይቃልኪዳን ወሊድኪ ንሰብ ክትምዕዲ ሞራል የብልክን፡ ጴንጠ ለክባጥ

    • @milushmey8397
      @milushmey8397 5 หลายเดือนก่อน

      ​@@eyasuasfaha7665🤣🤣🤣🤣

  • @freweinihailemariam851
    @freweinihailemariam851 5 หลายเดือนก่อน +23

    ብዘይ ቃል ኪዳን ዝግበር ሓዳር ዝሙት ዩ፡ ስለዚ ምስታ ሓዳር ክትገብረላ ዝወሰንካ ጓል ስፍሕ ዝበለ ሌላ ክትምስርት ኣለካ፡እምበር ክሕደትን ስነምግባር ናይ ሓዳር ዘይምህላውን ኣብ ወዲ ኣይብል ኣብ ጓል፡ኣጆኩም ዘይነብስኩም መሲልኩም ካብ ምቅራብ ተቆጠቡ ተን ኣዋልድ ድማ ክብሪ ሓዳርን ቃል ኪዳንን ይረደኣና።

    • @semhar9022
      @semhar9022 5 หลายเดือนก่อน +2

      Yeah right 💯

    • @ShewitZergaber-mm8lb
      @ShewitZergaber-mm8lb หลายเดือนก่อน

      Do eda akberkauom aykebrnan zblu temelisom zehsurka kemey gerka ketekbrom ba tkel 🤔

  • @Ostirch
    @Ostirch 5 หลายเดือนก่อน +24

    ናብ ኣምላክ ጸሎት ንግብር መርዓ ክትሓስብ ከለካ ናትካ ዝበላ ኣምላክ ክህበካ እዩ ስባኤ እንተ ኣቲኩም ኣጆኩም 😢😢❤❤❤

  • @segenm950
    @segenm950 5 หลายเดือนก่อน +11

    ኖ ካናዳ ዘለዎ ወላ ቃልኪዳን ይግበራ ምስወለዳ ምካደን አይተርፍን እዩ ብሐንጎለን አይከዳን እየን ትምህርቲ ዘይብለን ይበዝሐ ግን እይትሕመሙ ስቅ ኢልኩም አፍንወወን ንስኩም ክአ እቲ ሕጊ ተጠቀምሉ ፈዛዛት እይትኩኑ አይትበሳጨወ ዝከደት ትኪደ

  • @AfrikaEritrea
    @AfrikaEritrea 5 หลายเดือนก่อน +5

    አቱም ደቅና ተረዳዲእኩም ንበሩ አነ ግን ገሪማትኒ ዘላ እንታይ ማለት እዩ ስም እቲ ክቡር ጅግና ንስውእ ምልዐልከ አምላኽ ፍርሐ እተን ከምኡ ትብላ ደቀነስትዮ አተዐባብያኽን ዝበደለክን ኢኽን እንበር ሰውእናስ ሰብ ክብረቱ እዩ ዘሎ በጃ ሰዉእ ጋሕ በላ

  • @asmerettesfay753
    @asmerettesfay753 5 หลายเดือนก่อน +1

    ጆሲ ኣነ ኣብ ካናዳ ኢየ ዘለኹ ፡ ዳኒ ጽቡቕ ኢዩ ዝገልጾ ዘሎ ፡ ካራ ናይ ገበን መግለጺ ስለዝኾነ ንሳ ኢየን ዝብላ ዝገደደ ግን ነተን ሰብሓዳር ገዛ ገዛ እንዳኸዳ እንታይ ዝገብር ሓዳር እንዳበላ ኢየን ዝጉስጉሳ ፡ ስራሕ ሰሪሐን ክነብራ ኣይደልያን ኢየን ፡ ኮፍ ኢልና ዘይንበልዕ ኢለን ብዙረት ኢየን ግዜአን ዘሕልፋ ። ኣብ ኣፍሪቃ ተማሂረነኦ ኢየን ዝመጻ፡ ኣብ ክንዲ ሰሪሐ ተሓጋጊዝና ሓደ ነገር ክንገብር ኢለን ዝሓስባ ነቲ ሰብ ዘይኮነ ነቲ ገንዘቦም ጥራሕ ኢየን ዝደልያ፡ ዳኒ ኣምላኽ ይባርካ ኩሉ ስለዝገለጽካዮ።

  • @freedompeace3359
    @freedompeace3359 5 หลายเดือนก่อน +7

    ዘሕዝን....
    ናይ ቀደም ሐዳር እቲ ዝበለጸ👌
    ናይ ሕጂ ምክብባር ዝብሃል ጠፊኡ።
    ክብረትካ ሒዝካ በኒይካ ይምረጽ።
    ንዘወለድኩም አብደቅኩም ሐላፊነቱኩም ሐደራኩም።
    ከምግብኡ አቦን አደን እንዳርአዩ ክዓብዩ ይግብኦም።
    -_-_-_-_-_
    አትን ሐዳር ተፋትሐ ወይከአ ተፋቱሑ ናይ መጨረሻ አብታሕቲ ደረጃ ዝወደቁኩም ኢይኩም(ርጉማታት)

  • @Eritrean4life
    @Eritrean4life 5 หลายเดือนก่อน +17

    ክላህ በጃኹም, ጠበቃ ናይ ሓደ ጾታ ኣይትኹኑ. ኩሉ ሓዳር ነናቱ ሽግር ኣሎዎ.

  • @galtigrinyatigrinya33
    @galtigrinyatigrinya33 5 หลายเดือนก่อน +2

    በጃኻ ኣትሓሱ ሰብኣይ ኢካ በስምኣም ኣነ አብ ከናዳ ኢየ ዝነብር ማዕረ ከምዚ የለን።ምክንያቱ ነንበይንኻ ናብራ ከቢድ ኢዩ

  • @nebyatokbagaber8052
    @nebyatokbagaber8052 5 หลายเดือนก่อน +16

    ኣይቲጋገ ሓወይ ናተይ ምስ ኣቡኣን ኣዲኣን እንተዘይ ዓበየት ከ እንታ ማለትካ እዩ? እኳ ደኣ እታ ብዘይ ኣቦ ድዩ ወይ ብዘይ ኣደ ወይ ውን ብዘይይ ኣቦን ኣደን ዝዓበየት ትዕድልታ ምሂሩ ስለ ዘዕበያ ንናብራ ተጋፊጣ ስለ ዝሓለፈቶ ናብራኣ ብስነ ስርዓት እያ ትኸይድ.
    ግን እቶም ኣወዳት የሕዋትና ውን ሓቁ እዩ ከይሰልጦም ኣብ ዚ ስደት ዘለዋ ኣሓቶም እንተስ ብጸገም እንተስ ብካሊእ ቆልዓ ዘለዋ ወይ ውን ኣብ ዓደን ተመርዕየን ዝመጻ ምስአን ይላለዩ እሞ ካብአን ክወልዱ ምስአን ክነብሩ ግን ዘይደልዩ ኢሂ ኢንታይ በዲለካ እንተበለት ኖ ተመርዒኺ ኔርኪ ኢኺ ወሊድኪ ኢኺ ወለደይ የሕዋተይ ኣይተቀበሉኽን ይብሉ ወዲ ብምኳኑ ጥራሕ, እታ ሓላል መስኪን ከኣ ንብዓታ ደሪዛ ኮፍ ትብል. መስጣ እተን ዝተገፍዓን ዝግፍዓ ዘለዋን በኣርባዕተ መኣዝን ንብዓተን ዝፈሰሰ ደቀንስትዮ እዩ. ውሑዳት ጥዑያት ኣወዳት ግን ይልከሙ. ኣወዳት ውን ኣካይዳኩም ኣመዓራርዩ ብቅንዕናን ትዕግስትን እንድሕር ኬድኩም ፈጣሪ ሓሳብ ልብኩም ከምደስምረልኩም ፍለጡ.

    • @sawatube
      @sawatube 5 หลายเดือนก่อน

      ስነስርዓት ዘለዋ ስድራአ ትፈልጦም ሰረድራካ ዝፋለጡ

    • @nebiatmehari9838
      @nebiatmehari9838 5 หลายเดือนก่อน

      endeher nesom mera zayfatenu dea entay keblu ,maxhaf kudus eko zfathat mes kema eu zebel

    • @nebyatokbagaber8052
      @nebyatokbagaber8052 5 หลายเดือนก่อน +2

      @@nebiatmehari9838 ኤርትራዊ እንተኮንካ ንሳ ውን ኤርትራዊት እንተኬና እኹል እዩ. ንሪኦም እኮ ኣለና ጓል ዓደይ ዶ ጓሎበይ እከለ ዳበሉ የምጽእወን ኣብዚ መጺአን ቻው ዝብልኦም. ስለዚ ዓዲ ወይ ከባቢ ዘይኮነ ሓቀኛ ቅዱስ ፍቅሪን እምነትን እዩ መሰረት ሓዳር.

    • @KebuuLamuu
      @KebuuLamuu 5 หลายเดือนก่อน

      Himamm nebski u ezi % u eti guday ember himak dea bekulu u

    • @nebyatokbagaber8052
      @nebyatokbagaber8052 5 หลายเดือนก่อน

      @@KebuuLamuu kkkkkkk ንኩሉ ብማዕረ እሞ ዘይወንጀሉ 98% በደል ናብ ጓል ኣንስተይቲ እዩ ኔሩ. እምበር እቲ በደል ደኣ ኣብ ኩላትና እዩ.

  • @DrarAnd
    @DrarAnd 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብ ዝኾነት ጓል ኣይትመርኮሱ ኩሉ ግዜ ዕቤትካን ውጺእትካን ርእያ ያ ጓል ትመርጸካ፡ ኣብዚ ሕጂ ዘለዋ እሞ ከመይ ዩ እምበር ከመይ የ ኣይብላን የን። ስለዚ ኣዋልድ ክንጸርፍ ግዜናን ስምዒትናን ኣይንቕተል ብቑጠባና ንዕበ፡ ንብስና ነልዕል፡ ኣብ ጓል ኣይንመርኮስ፡ ሓበሻ ጓል እንተረኺብና ብዕርክነት ንጸንሕ ድሒርና ካኣ ንምርዖ፡ እንተዘይ ኮይኑ ዋላ ካልእ ትኹን ኣብ ዓሌት ወዲ ዓሌት ኣይንጨቓጨቕ እዚ ግን ጥዕይቲ ምኻና ምርግጋጽ ኣገዳሲ ዩ።
    ኣንብቡ፡ ምንቅስቓስ ኣካላት ግበሩ ውዘተ.....
    ወድሓንኩም

  • @helentewelde3647
    @helentewelde3647 5 หลายเดือนก่อน +6

    ካብ አምላክና ምስ ርሐቅና ሂወትና ትሐዎዊስና እቶም አወዳት ውን ነተን ደቀንስትዬ ልቦንአን ዘይኾነስ ካበረን ኢኩም ትርእዩ

  • @Peter-f5l
    @Peter-f5l 5 หลายเดือนก่อน +6

    I'm living in Canada at the same city with Daniel, he's my brother, therefore Canada is the worst place in this issue as simple as that, it's very sad...!!

  • @hawinebyat
    @hawinebyat 5 หลายเดือนก่อน +33

    😢😢😢 ሓዳር ሎሚ ኣፍሪሕና እኮ ደቂ ኣንስትዬ የሕዋትና ፈሪሕናክን እኮ😢😮

    • @nohimini750
      @nohimini750 5 หลายเดือนก่อน +6

      Ajoka zhawey xomn xelotn gber eta degena sebeyti kihbeka u goyta ❤

    • @nebyatokbagaber8052
      @nebyatokbagaber8052 5 หลายเดือนก่อน +6

      ብነፍስኻ ትተኣማመን ፍርሃት እግዚኣብሄር እንተኣለካ ኣይትፍራሕ, እግዚኣብሄር ነዓኻ ዝበላ ሒዙልካ ኣሎ.

    • @sinaeritrawit9499
      @sinaeritrawit9499 5 หลายเดือนก่อน +1

      Ajoka zehawey neseka kenuie tekoynka eta girl wen kineiety ya tekewn atahahezaka u wesani

    • @luchaiteklebrhan6053
      @luchaiteklebrhan6053 5 หลายเดือนก่อน +1

      Eten awalid ferihina bewedat nibil etom awedat kea bewalid ferihna yibulu

  • @sawatube
    @sawatube 5 หลายเดือนก่อน +73

    አወዳት የሕዋተይ ቀስ ኢልኩም ተመርዓው ቁሩብ ማያ ዝሰተየት ስደት ትፈልጥ ተመርዓው

    • @handd4215
      @handd4215 5 หลายเดือนก่อน +2

      Gual kndey eia maya zseteyet

    • @sawatube
      @sawatube 5 หลายเดือนก่อน

      @@handd4215 28+ ካብ ኩሉ ሰደት ቁሩብ ትፈልጥ

    • @rahelgoitom6686
      @rahelgoitom6686 5 หลายเดือนก่อน

      25 and above i think ​@@handd4215

    • @sawatube
      @sawatube 5 หลายเดือนก่อน +5

      ቁሩብ ስደት ተፈልጥ

    • @romantekeste6019
      @romantekeste6019 5 หลายเดือนก่อน

      2:38 2:43 ​@@handd4215

  • @wedighebremeskel13
    @wedighebremeskel13 5 หลายเดือนก่อน +16

    ጆሲ ፡እዛ ቻነልካ ፡ዘይተነግረ እንበር ዘይ ተገብረ የለን ዝብል ስም ሃባ፡ ወይ ከኣ በርባሪት ሂወት😂

    • @nezz2025
      @nezz2025 5 หลายเดือนก่อน +2

      😂ስምካ ትረኸብ
      ወድገሬ😂

    • @enate-
      @enate- 5 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂😂

    • @Freeworld-k8r
      @Freeworld-k8r 5 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂😂

    • @wintahadish6679
      @wintahadish6679 5 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂

    • @ta-sy6up
      @ta-sy6up 5 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂😂😂😂❤

  • @HelenBerhane-wl5gy
    @HelenBerhane-wl5gy 5 หลายเดือนก่อน +5

    Communication is a key in marriage. Be your self and don’t stay in a comfort zone. Don’t keep your problem even for single night and forgive each other. Have an open communication with your partner. Please don’t go far to get a girl, there is plenty of go heart girls around you. Try to know someone who is around you rather than looking for a young girl. May God help us .

  • @KiflayGeber
    @KiflayGeber 5 หลายเดือนก่อน +8

    እዚ ብሃቂ ንፍዕ ሰብ ዩ ኩሉ ቲ ጸገምና ገሊጽዎ አምላክ ብርክቲ ሰበይቲ ይሃብና

    • @memumu4242
      @memumu4242 5 หลายเดือนก่อน

      ብሩኽ ሰብ

  • @aronunited
    @aronunited 5 หลายเดือนก่อน +4

    ኣነ ድፍረት ስኢነ ናብ ማሕበራዊ ሚድያ ከይወጽእ እምበር ኣነ ብሰንኪ ጋል ገንዘበይን ሂወተይን ዝከፈልኩ ሓደ ኣነ ኣለኩ
    ኣወዳት ኣሕዋተይ ተጠንቀቁ ሓደራ

    • @Fthawikun
      @Fthawikun 5 หลายเดือนก่อน

      ኣሪ ሶሪ፡ 😢😢

    • @wedififi
      @wedififi 5 หลายเดือนก่อน

      ንሕና ኣይርድኣናን እዩ በጃኻ እምበር ጽሑፍ ደቂንስትዮ መንበር መኻንንቲ ኮይነን ክንፈርድ ጉደፉና ክብላ እየን ንሕጂ ማዓረይ ምሳይ ተሳኣል ተበላ ንወዲ ተባዕታይ ንምብርኻንን ክብረት ምጉዳልን እዩ ብዝሒ ዓለምና ረኣይዎሞ 8 ቢልዮን ድሮ ኮይኑ ኣሎ ቅድሚ 10-20 ዓመት ከመይ ወዲ ተባዓታይ ክሕዛ ለመም ይብላ ነረን ሕጂ ከኣ ገንዘብካ ክብረትኻን ከመይ የውድኦ ኣለዋ ስለዚ ሲ ብሓጺሩ ጋል ክሳብ ዝደልዋ እያ ምሳኻ ትጸንሕ ንዓይ ወረገ ንተልእኾ ዝቀርባን ዝኸዳን ኮይኑ እዩ ዝስማዓኒ 😂 ኣነ ኢደይ ሲሒበ ኣለኹ ዝዓርከይ ዘርኢ ብርከይ ከይገድፍ 😢

  • @Awetnwxat
    @Awetnwxat 5 หลายเดือนก่อน +9

    ሕነ ናይ ኣቦታተን ኣብ ዓዲ ሕጂ ኣባና ኣብ ኣሕዋተን ይፈድዮኦ ኣለዋ🤨

    • @ትኩል-እምኒ
      @ትኩል-እምኒ 5 หลายเดือนก่อน

      ኣቦታተን እንታይዶ በዲሎመን እዮም

  • @AidaKidane-kp2dg
    @AidaKidane-kp2dg 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሱቅ ኢልካ ኢኻ ዘረባኻ ከማን ኣይጠ ኣየን ባናና ረግፃ ገለ. መጀመሪያ ጋል በዳልት ኣላ ወዲ በዳል ኣሎ ከምዚ ናይ ፀዓዱ ቃልኪዳን ናይጀርያ ሓሚምካ ድኻ ይብሉኻ ዝበልካዮ ግና ነውሪ እዩ ኣባና ቃልኪዳን እዩ ኩቡር ዋላ እምነትናን መፅሓፍናን ባህልናን ሓንቲ ዝበልካያ ግና ከይፈለጥኩመን ንመርዓ ኣይትተሃ
    ወኩ እያ ዘረባ ደሓር ከኣ ከም ሰብ ኪዳን ኣይተሓባብኡ ኣይህሰያ ኣይትህሰዮ

  • @helentewelde3647
    @helentewelde3647 5 หลายเดือนก่อน +6

    ንሕና ሐዳር ከይንገብር ንፈርሕ ነሰኩም ትፈርሑ ተታሐሒዝና ብዘይ ሐዳር መእራግ እዩ

    • @eyasuasfaha7665
      @eyasuasfaha7665 5 หลายเดือนก่อน

      ሰክቲ ሓሳዊት፡ ምሳክን ደኣ ኣበይ ሓዳር ክግበር፡ ቆርባዓት

    • @helentewelde3647
      @helentewelde3647 5 หลายเดือนก่อน +1

      @@eyasuasfaha7665 እዎእ አንታ ብሩከይ እንታይ አምጽኦ ድአ እቲ ጸርፊ

    • @milushmey8397
      @milushmey8397 5 หลายเดือนก่อน

      ​@@eyasuasfaha7665😂😂😂😂

    • @blm5287
      @blm5287 5 หลายเดือนก่อน

      እረጊ ጉዳይና ኣይኮነን ካሕዳማት 😢ወዲ ወዲ ምኳኑ ኣይተርፎን ኢዩ ወይልኪ ድኣ ኣብ 45ዓመት ምውላድ ተቋርጺ ወዲ ኣብ ደስ ዝበሎ ከም ደስ ዝበሎ😢

    • @helentewelde3647
      @helentewelde3647 2 หลายเดือนก่อน

      @@blm5287 ንነብስካ ድአ ሕሰበላ እንበር አነስ ሻሕሺሔዬም አየ ዐይኒ ጸላኢኦሞ ይደፈን ዞም ደቀይ

  • @peacetoallofus7428
    @peacetoallofus7428 5 หลายเดือนก่อน +6

    Abzi dege nenehdhdkum temerawu addis aytkidu

  • @RaeiMengs
    @RaeiMengs 5 หลายเดือนก่อน

    አነ ዝብል ግዘዩ የህዋት ሀደ ተዛራባይሲ አደካሰ ሰበይትካን አደካን ዘይከዉን ነበረት ወደይ ሀንቲ ድያብሎሰ ምሰ በጸሀቶ ህጂ ከአ ንአድና ንመለሰ አዉኡሎ ትባህሊ አዉሎ ትሰላም ዝኮነ መንእሰይ አሪትራ ከይዱ ክምርኦ አለዎ ዝብል ሪኢቶ አለኒ አነ በወገነይ ከምዚ ተኮይኑ ወጽኢት አብ ደገዘሎ ሀዳር ሃዳርካ አብ አድካ መሰርቶ አብ አመት ኢረፍቲ ዳከድኩም ሂወትኩሞ ፈትንዎ ትዝመቀረ አብ አድናዩ ዘሎ ኢታ ሸኦል ዝገልጽዋ ሃገርና ምደረገነት ኢያ ኢሳን ባህላን ።

  • @ruthgedle4909
    @ruthgedle4909 2 หลายเดือนก่อน

    ባዕሉ እኮ ይገልጾ አሎ ንሱ ብባህሊ ናይ አፍሪቃ እንዳረገጹ እንታይ ይምልከተኪ እንታወይቲ ኢኪ እንዳበልኩ ክትነብሩ ኢኩም ትደዩ እዚ እዩ ከአ ዘይተረድአኩም ዘሎ አፍቅርወን ከክብራኩም በዲለናና አይትበሉ ናትኩም ትገብርዎ ፍለጡ ዐመጽትን በከይትን ጠራዕትን አይትኩኑ

  • @fiqrimiskulilove6595
    @fiqrimiskulilove6595 5 หลายเดือนก่อน +6

    I am living in Canada.Also,I am a woman, but the big issue is money money.
    Because, for one child, $600 if the Dad he isn't living with, he have to pay $300 if they divorce something.
    Okay, if the parents are living together they are fighting by the money.
    Where is the money it's my child money Dad the same, so I don't know it's not only women side to man, too,
    I hope God gave us a solution 🙏

    • @SamiSami-ec5zf
      @SamiSami-ec5zf 5 หลายเดือนก่อน +1

      Eti mitlamen ke xidki u wae antum sebat hilna ba kurub?

    • @aziebngse8197
      @aziebngse8197 5 หลายเดือนก่อน +1

      Am in Canada too we never received 600 for one child and the child support will be independe the dad income please don't provide wrong information

    • @fiqrimiskulilove6595
      @fiqrimiskulilove6595 5 หลายเดือนก่อน +1

      @aziebngse8197 I do not give the wrong information that fact sorry CCB how much for one child please check
      Also, for child support, it depends on the father's income, but the lows always it start $300 or maybe $250 sorry.make sure

    • @fiqrimiskulilove6595
      @fiqrimiskulilove6595 5 หลายเดือนก่อน

      But in generally it's not good to play someone life.What ever please let's support each other.Tommrrow it's not good for our kids. Thank you.
      My comment is the big issue in our society is money that's was I said

    • @fiqrimiskulilove6595
      @fiqrimiskulilove6595 5 หลายเดือนก่อน

      @@SamiSami-ec5zf No entye kixibiq da Gen ane zibeluku si eti kuli xegam zimexi zelo begenzeb mikinya eu nimibali eye.
      Bizuh yimesilena Gen tomorrow waga kekifilena eu so let's open our eyes thank you

  • @segenm950
    @segenm950 5 หลายเดือนก่อน +7

    ኩለን ንጥቅሚ እየን ዝመጻ ተማሃሩ

  • @teibetesfai4182
    @teibetesfai4182 5 หลายเดือนก่อน

    አሕዋተይ ሐቅኹም እዚ ዘጨንቅ ጉዳይ እዩ ቅል አምላኽ ህዝበይ ስአን ፍልጠት ይጠፍእ አሎ ንእዚአብሄር ምፍራሕ ናይ መጀመርያ ጥበብ እያ ይብል ስለዚ ህዝብና አዚዩ ካብ አምላኽ ስለዝረሐቀእዩ እዚ ኩሉ ዝኾዉን ዘሎ ስለዚ ናብ አምላኽ ንመለስ

  • @alenmussia2222
    @alenmussia2222 5 หลายเดือนก่อน +4

    ሓደ ኣቦ ንጓሉ ቅድሚ ምምርዓዋ ዛሃባ ምኽርታት።☺☺
    1) ፍጹም ዝኾነ ሰብ የለን ፉጹምነት ናዓና ንደቂ ሰባት ኣይተዋህበናን✅
    2) ደቂ ተባዕትዮ ምስታ ዘፍቅርዋ ሄዋን ከም ቆልዑ እዮም ። ስለዚ ንሰብኣይኪ ከም ኣዲኡ ኩንሉ።✅
    3) ቀልጢፍካ ምስማዕ፤ ቀስ ኢልካ ምዝራብ ተላመዲ።✅
    4) ምስ ባዓል ቤትኪ ፈጺምኪ ኣይትወዳደሪ።✅
    5) ምስኡ ማዕረ ክትኮኒ ፈጺምኪ ኣይትፈትኒ።✅
    6) ከምዝተጋገኺ ምስ ፈለጥኪ ይቕረታ ንምሕታት ቅልጥፍቲ ኩኒ።✅
    7) ፈጺምኪ ኣይትቕንኢ። እዚ ንሰላም ኣእምሮኺ ጽቡቕ እዩ።
    😎 እንተደሊኺ ኣብ ቴለፎኑ ክትፍትሺ ትኽእሊ ኢኺ ግን ከምኡ ኣድላዪ ኣይኮነን።✅
    9) ከም በዓልቲ ቤት መጠን ኩሉ ግዜ ሓቀኛ ኩኒ።✅
    10) ብዘይ ፍቓዱ ካብ ገዛኺ ንነዊሕ ርሕቀት ፈጺምኪ ኣይትውጽኢ።✅
    11) ዝፈትዎ መግቢ ብዝተኻእለኪ ክትሰርሕሉ ፈትኒ፡ እንተተኻኢሉን 2 ግዜ ኣብ ሰሙን።
    12) ሰብኣይኪ ንስኺ ገዛ እንዳሃለኺ ናይ ደገ መግቢ ሒዙ ንኸይመጽእ ብዝተካእለኪ ስርሒ።✅
    13) ብሓባር ኣስቤዛ ንኽትገብሩ ተወከስዮ።✅
    14) ኣማኻሪቱ እምበር ነቓፊ ኣይትኹኒ።✅
    15) ሰበይቲ ሓጋዚት ሰብኣይ ምዃና ፈጺምኪ ኣይትረስዒ።✅
    16) ካብ ኣዴኺ ጽቡቕ ነገራት ተማሃሪ።✅
    17) እግዚኣብሄር ብውላድ ክባርኸኹም ከሎ ንደቅኺ ኣቓልቦ ሃብዮም ካብ ሰብኣይኪ ንላዕሊ ግን ንኸይከውን ይምከ።✅
    18)ኣብ ቅድሚ ሰብኣይኪ ብዝተኻኣለኪ መጠን ፍሽኽ በሊ ፍሕሹው ገጽ ውን ይሃልኺ።✅
    19) ካብ ስራሕ ካኣቱ ከሎ ምፍሕሹው ገጽ ተቐበልዮ እንተተኻኢሉ ሕቚፍዮ።✅
    20) ሰብኣይኪ ከይበልዐ ካብ ገዛ ከይወእ። እዚ ማለት መግቢ ኣዳልዊ "ብላዕ"ብላዕ"ን ምባል ዘይኮነትስ ዝብላዕ ምድላው ክኸውን ይኽእል።✅
    21) ሰብኣይኪ ኣብዛሓርቀሉን ዝቑጣዓሉን ኣፍኣፉ ምዝራብ ኣቓርጺ።✅
    22) ኩሉ ግዜ መደቀሲ ክፍሊ ጽሩይ ይኹን።✅
    23) ኣብ ዓራት ጨርቀመርቂ ፈጺምኪ ኣይተቐምጢ። ገለ ሰባት ከምኡ ይጸልእዎ እዮም።✅
    24) ንጽህቲ ሰበይቲ ኩኒ ካቡኡ ወጻኢ ካልእ ወዲ ተባዕታይ ማሓዛ ተዘይ ሓዝኪ ይምረጽ።✅
    25) ፍቕሪ ለግስሉ ።✅
    26) ኩሉ ግዜ ሰበይቲ ክትገብሮ ዝግበኣ ክትገብሪ ኣለኪ። ንስኺ ሓፍቱ ኣይኮንኪን።✅
    27) ኣብ ስድራኽን ስድሩኡን ዘለኪ ኣጣማምታ ሓደ ይኹን።✅
    28) ሕልፍ ኢልኪ ኣዝማዱ ከመይ ከምዘለዉ ሕተትዮ።✅
    29) ብሓባር ናብ ቤተ ክርስቲያን ኪዱ።✅
    30) ንሰብኣይኪ ይኹን ንቤትኪ ምስ ናይ ካልእ ፈጺምኪ ኣይተነጻጽሪ።✅
    ምንጪ ካብ ፈይስቡክ

  • @tesfa4514
    @tesfa4514 5 หลายเดือนก่อน +12

    Meselen eiu, enka geberakum, aregtot sebut kendi dekekum zekona kolu temerikum temexu,

  • @RahwaHafte
    @RahwaHafte 5 หลายเดือนก่อน +8

    You can’t change your past but though Christ you can change your destiny ❤

    • @embasoyra4
      @embasoyra4 5 หลายเดือนก่อน

      Det p

    • @embasoyra4
      @embasoyra4 5 หลายเดือนก่อน

      😊p😮ög

    • @embasoyra4
      @embasoyra4 5 หลายเดือนก่อน

      Y 5:04 löper på 5:15 😊😮

  • @KedishWeldu-t2i
    @KedishWeldu-t2i 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዘረባ ሓደ ሰሚዕካ ኣይትፍረድ ደኣ ኮይኑ በር አዚ ዘረባ ሓቂ አንድሕር ደኣ ኮይኑ በጃክን ደቂ ኣንስትዮ የሕዋተይ የሕዋትና በዲልና አንታቱ ትረብሓ በጃክንንንንንን ባ መፍቶ ይዕራባዉያን ኣይንኩን

    • @RobielAbed-jc8mi
      @RobielAbed-jc8mi 5 หลายเดือนก่อน

      Men kem seb hasibuka eu walasi gemdi zeytskil neom elka da mexkayom enber mexomka do Leman ketlmen mexka aleka yetokiblka ka alwu enber kab 1000 habsha si hade robot mehashom xadusi buda mexkayom si mefto aynqun ka tebl amslu hezbi hadad dekint gena babur kergxqum eu bebe hade ketwdu equm texbey teray sidtna leman qofqaf

  • @EyeruAbraha
    @EyeruAbraha 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሕዋትና ፈጣሪ ይሓልወና ኣዕንተ ልቦናና ይክፈተልና ካብ ሰብ ተመሲሉ ዘጥፍእ ርኩስ መንፈስ ይሓልወና እግዚኦ

  • @kejuwelel1724
    @kejuwelel1724 5 หลายเดือนก่อน +1

    Goyta deyfrh mexamdi b fuxum keytiqerbwom ferhat goyta tedyblom mexamdti ytrefkum mexamidkia n nebsika elka tray aykonen dmrex ade deqika abo deqika elka u dmrex ❤ kabakum n laeli felite aykonkun neay ezi mengedi sle zeaweteni u temokuroy akafile

  • @gigiriri4865
    @gigiriri4865 5 หลายเดือนก่อน

    ንፍትሕ ይጏዮዩ እዮም ካናዳ መሰልናዶ ገለመለዶም brain wash ይኻና እለዋ :: ግን በይና ካብትነብር single mom ኮንካ ብዘዬ አቦ ቆልዑት ምዕባይ ማለት ደቅኻ አብዓቢ ጸገም ዝውድቑ ግን ካብ መግስቲ ጥራይ ዝውስዱ ኾይኖም ገዛ ክትገዝእ ከምድላይካ ዝኾነ ንብረት ወይ እባንክ እውን ከትቐምጥ አይከአልን እዩ::አይትኽእልን low income እንተኾንካ ካብ መንግስቲ ትውስድ እንተኮንካ ድርባይ ኢኻከምድላዬን ክኾና አይክእላን እዬን :: ኤርትራውያን ጥራይ አይኮኑን ከምዚ ዝገብሩ መብዛሕቶኦም ስደተኛታት ዳርጋ መብዛኣሕቶኦም ዋላ ካልኦት ዜጋታት ትፋቲሕና ይብሉ ከይተ ፋትሑ :: ወላ እንተዘዬምጽኡወን ስፒር አለውን አቕበልቲ ገንዘብ እዮም ዝኾኑ ::ወላ ዘይናቶም ናትካ ይብልኦም ኩሉ መጥፊኢኻ እዩ ::

  • @wheresthelove464
    @wheresthelove464 5 หลายเดือนก่อน +2

    Selam jisi hawey xbuk medeb Eka tekrb gn kulen Aykenan nsatom halafnet kwesdu aykElun Eyom welidom gedifomka ykedu hatitemlom Ayfeltn Eyom kemzam Alew nezs Entay tblom Awedat nay Abetatum tefEwem gn kndey nfat Alew ❤❤❤❤❤

    • @eyasuasfaha7665
      @eyasuasfaha7665 5 หลายเดือนก่อน

      ሰክቲ ዓንጃል

  • @gebriela9902
    @gebriela9902 5 หลายเดือนก่อน

    ሓበሻውን ሕማም ናይ ጸዓዱ ሒዝና ኢዩ 😢መጀመርያ ፍርሃት ኣምላኽ ኣለናዶ? ወይሲ ናይ ሎሚ ጥራሕ ኢና ነሓሲብ? ማስጣ ናይ ተበደልቲ ግን ምስ ግዝዩ ናብቲ ዝበዲል ዘሎ ሰብ ክወርደሉዩ።
    ብፍላይ ምሊኽቲ ናተይ ኢዞም ኣብ ኣፍሪቃ ዝነብሩዮም?
    ንሕና ከም ሓበሻ ኢካ ዝኾነ ዘጋ ኣዋልድ ምሰኣናዶ መሲልኩም? ኮሙ ኣይኮነን፡ ደቂ ዓድና ይሕሸና ኢና በልና ከምዚ ትገብሩና ቁሩብ ፍርሓት ናይ ኣምላኽ የሓልኺን።
    ሓበሻኻ ኪብረት ኣይትፈትዋኒኩም። ሰባይ ኣብ ኢሮፓ ገርክም ኣብ ኣፍሪካ ውሽማ ገርኩም ነቲ ገንዘብ በሓደ ትበልዕዎ ኣዋልድውን ኣለኺን። በጃኺን ናይ ጽባሕ ሕሰባ። ወደሓንኩም።

  • @mororowfilawi1338
    @mororowfilawi1338 5 หลายเดือนก่อน +1

    Niew beluwen nezen denaqur entay ke keyterfena kabzien dey kab chnqet ena ndhn 🤔

  • @nakuragrimay4085
    @nakuragrimay4085 5 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ጆሲ እቶም ብተለፎን ዝዛረቡ ብቪድዮ ኽኸውን ይግባእ ካልኣይ እቶም ኣርቲስት ሪፖርት ጌርካ ኽዕጸው ይግባእ ናይ ካናዳ እቲ በነፊት ወላ እንዳሰርሑ ኢዮም ናይ ቆልዑ ዝወሃቡ ኮይኑ ግን ብፍላይ ኣብዚ ሰዓት እዚ ኣብዚ ኤውሮፓ ምስ መጻ እታ ጋል ሰብ ድኽምቲ እንተኾይና ክሳብ 6 ወርሒ ይድውሉለን ኢዮም ከምዚ ክንሕግዘኪ ብዛዕባ እቲ ሲስተም ውን ጽብቅ ግይሮም ኢዮም ዘእምንወን ።

  • @fiorikefela1090
    @fiorikefela1090 5 หลายเดือนก่อน +1

    Eziom ab africa keydom zmireawo mbzahtom neashtun sibukatn tray reiom gonefnef ybilu dehar ms tetelemu yemareru sebktin nishtyin ka sibukn nishtyn tedli ya akimikum temereawu.

  • @AYLG46
    @AYLG46 5 หลายเดือนก่อน

    Bzey qalkidan bhansab mukan zumut eyu egziabher kea ayfetwon eyu nenhdhd mksas xbuq aykonen awedat ke kndey diyom ab adiss mexyom hiwet gual zebelashwu bzkone gn egziabher mhret yewrdelna frhat Amlak zelewo mexamdo khlweka xelot eyu ftah Proverbs 31 (ትግ) - ምሳሌ
    10: ደገኛ ሰበይትስ መን ይረኽባ፡ ዋጋኣ ኻብ ክቡር ዕንቍ ኣዝዩ ይኸብር።
    11: ልቢ ሰብኣያ ይእመና፡ እቶቱ ከቶ ኣየቋርጽን።
    12: ንሳ ምሉእ ዕድሚኣ ሰናይ እምበር፡ ክፉእ ኣይትገብሮን።

  • @anderbrhanabraham2828
    @anderbrhanabraham2828 4 หลายเดือนก่อน

    መርዓን ኣብ ደገ ንገብሮን፡ስግረዶብን ከም ቁማር ዕድል እዩ ኮይኑ።
    ቃል ኪዳን ምእሳር ኣይንታሃወኽ ምባልካ ቅብልቲ እያ።

  • @AffectionateArmadillo-wq4gd
    @AffectionateArmadillo-wq4gd 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ ወዲ እየ ባህልና ገለ ክትብሉ ከም ዕንጨት ደሪቁም ምስ ግዜ ኪዱ በጃኩም።

  • @tesfiemichael9123
    @tesfiemichael9123 5 หลายเดือนก่อน

    ንሰን system west እየን ዝኸዳ.. ንገንዘብ
    ሰብኡት ኽኣ ኩልና ኣይኮናን.. ብ ባህሊ ሃይማኖት. ይከዱ
    ፈጺሞም ኣይራኸቡ እዮም... ኩል ዝገብርዎ ን ገንዘብ . ሓገዝ ቆልዓ.600 . ን ኤርትራዎት. ብዙሕ እዩ

  • @hadiyajabar9898
    @hadiyajabar9898 5 หลายเดือนก่อน

    ከነስ ዝግርመኒ ከምዚ ዓይነት ጪኳነ ከመይ ግርን ንሕዋተን ክጪክና ፂባሕ ንግሆ ዓድና መእትዊ የቡለን ማለት ኢዩ እቶም አዉዳት ምቅታል እተን አጋልት ምጥላም ስድራና ማይ አቡዝሔን ማአዲ ቀሪበን ቡፊቂሬ ናይ ስደት በዚሑ ደቂ ኤሬይ ስደትና የሕፂሮ 😢😢🙏🙏🙏

  • @ruthkenfe9507
    @ruthkenfe9507 2 หลายเดือนก่อน +1

    Nay bhaqi aytmesaselun ikum kilitekum

  • @RegimeChangeEritrea
    @RegimeChangeEritrea 5 หลายเดือนก่อน

    Please ኣውሊድኩም ኣብ ኣፍሪቃ ሓዳር ግበሩለን፥ ኣይትውሰድወን። That’s the only best way.

  • @Uranisayas1234
    @Uranisayas1234 5 หลายเดือนก่อน +1

    Ab africa zelo keteredio kebdu
    Bentsaru neti ninebros nisom yeredioka

  • @Smsmfofol
    @Smsmfofol 5 หลายเดือนก่อน +1

    ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ምኒን ጥራይ ክብሉ ነዚ ሓድሽ ዝመጸ ሰብ፡ ላንጋ ላንጋ ይገብርዎ ኣለዉ። ዝህቡዎ ፍታሕ ኮነ ኣማራጺ የብሎሙን። ዝምርዓወን ስኢነን ናብ ካልእ ዓሌት ምስ ከዳ፡ እንታይ ርኢቶ ኢዩ ክህብ??

    • @ሴም
      @ሴም 5 หลายเดือนก่อน

      Deqe abelke dyen koynn😅

  • @mercinegash8202
    @mercinegash8202 หลายเดือนก่อน

    Gudna zeywudae mexnaeti gierna Nmero,,,Ayntehawek awald yehwatna aytnasa hawkn beal wuletkn yehlifkn aythaba,,,giega entelo qes elka medfart,,,Awedet wun gubuena ngber

  • @ሚዙቻናልmizuchanal
    @ሚዙቻናልmizuchanal 5 หลายเดือนก่อน

    መጀመርታ ክትምርዐዉ ከለኩም እግዚአብሔር ሕወስሉ ምክንያቱ ውሕስነት ናብራካ ገንዘብ ቁንጅና ከውሕስ አይክእልን እዩ ስለዚ ብስነስርዓት ተመርዐውዎም

  • @susus712
    @susus712 5 หลายเดือนก่อน

    Ane zigermeni abzom ab sidet zelewu awdat mewaelom menin kiblu gin xegemom zeyfeltu kulu gize gual ansteyti endabedelu gin wela endatebedelet niom xera kitkeyid alewa zibel athasasea iyu zelewu. Endihir abuse tigerbru koinkum kitkiseu kea Alekum ember, eti higi win ni kemzi kemakum endagefaekumn enda bedelkumn kem nibur hasibkum tikedu iyu teserihu. So aytibedelu keytibedelu Kibret gual ansteyti filetu seb iya ensisa aykonetin kab zerebaka ziteredakiwo bizeynibur rekibuni ila tekesisato ilka…. I don’t know Kabzi Ziabi bedel alo ayiblin aemro gual zeinu even abotatna win zeygeberiwo. So ab Kibretn fikrin emo niberu kitkebru. Ane bi ansaru iye ab sidet zirei zibeziha serah enda seriha kindey himak teabay zelewom xeren Abo dekey iyu Ellen tesekimen zikeda yibeziha. So you guys need to see yourselves first before blaming others maybe you could be the toxic one.

  • @tseggaiisaac5025
    @tseggaiisaac5025 5 หลายเดือนก่อน

    ንስኻ ተልዕሎም አርእስቲታት ንህዝቢ ኤርትራ ብጽዩፍ አረአእያ ዝገልጹ፣ ካብ ክፍኣት ልብኻን፣ ተንኮለኛ አተሓሳሥባኻን ዝነቐሉ እዮም። አምላኽ ከም ክፍኣትካ ይፍዴኻ።

  • @sidetkertet6545
    @sidetkertet6545 5 หลายเดือนก่อน +2

    Anes misakum zelewa ab hade adi ziqimeta , sidet zifelta nimintay zeytimiriawu.

  • @Idferi525
    @Idferi525 5 หลายเดือนก่อน

    1. እምንቶ
    ንርእስኻ ብሓቂ ተፍቅራ እንተ ዄንካ ኣዒንትኻ ዓሚትካ መጻምድትኻ ኸም ዚሕዘኒ ኽትፈልጥ ትኽእል ኢኻ ። ከይተጠራጠርካ ምሉእ ብምሉእ ምሕዳግ ናይ ሓቂ ፍቕሪ እያ ።
    2. ብዘይ ቅድመ ዅነት
    ፍቕሪ ብዘይ ቅድመ ዅነት ኣይትቕበሎን እያ ። ንሓድሕድኩም ብጌጋታት ኩም ይቕረ ኽትበሃሃሉ ጕድለታት ሓድሕድኩም ምፍቃር ክትመሃሩ ኢድ ንኢድ ተተሓሒዝኩም ንዘጋጥመኩም ብድሆታት ከኣ ክትዋጽኡሉ ትኽእሉ ኢኹም።
    3. ምስሓቕ
    ፍሽኽታ ኣየገድስን እዩ! እቶም ብሓንሳእ ኪስሕቁ ዚኽእሉ ብፍሉይ ሓይሊ ሓድነት ኣለዎም ። ብፍላይ ምስ መጻምድትኻ ኽትስሕቕ ትኽእል እንተ ዄንካ ።
    4. ትብዓት ኣርኢ
    ስምዒታትካ ንምግላጽ ብዙሕ ትብዓት ይሓትት ። ብፍላይ ንኣሉታዊ ስምዒታት ብዚምልከት ። ኣብ ቅድሚ መጻምድትኻ ውሽጣዊ ስምዒታትካ ብቕንዕና ኽትገልጽ እንተ ደፊርካ ግና ፍቕሪ ረኺብካ ኢኻ ።
    5. ደንጋጺ እዝኒ ይኹነካ
    እዚ ምስማዕ እውን ዘጠቓልል ኢዩ ። ንመጻምድትኹም ትሰምዑ ኣይትስምዕዎ ብዘየገድስ ንጸገማት ሓድሕድኩም ግዜ ምውሳድ ኣገዳሲ መሰረት ርክብ እዩ ።
    6. ኣጆኻ
    ሕማቕ ኪስምዓካ ኸሎ መጻምድትኻ ኺሃንጸካን ኬተባብዓካን ይጽዕር እዩ። ኣብ እዋን ቅልውላው ይድርኸካን ይሓቝፈካን እዩ ። ናይ ሓቂ ፍቕሪ ጥራይ እያ እትቃወመካን መዓልታዊ ፍሽኽ ክትብል እትጽዕርን ።
    7. ስቕታ
    ስምዒታዊ ምይይጥ ኣብ ብርጭቆ ቐይሕ ወይኒ መወዳእታ ዘይብሉ ፍልስፍና ምግባር ንርክብካ ጽቡቕ ዕላል ምግባር ኣገዳሲ እዩ ። ይኹን እምበር ናይ ሓቂ ፍቕሪ ኸይሓፈረት ብሓባር ስቕ ክትብል ትኽእል እያ ።
    8. ፍጽምና
    ሓድሽ ርክብ ምስ ዚህልወና ንመጻምድትና ኽንምስጦ ንጽዕር ኢና ። ናይ ሓቂ ፍቕሪ ግን ፍጹም ክዳን ቅኑዕ ኣመሻሽጣ ጸጕሪ ወይ ልምምድ ቃላት ኣየድልያን ኢዩ። ነቲ ሓደ ብመንነቶም ደኣ እምበር በቲ ንገዛእ ርእሶም ናብ ወጻኢ ዓለም ዜቕርቡሉ መገዲ ኣይትፈትዎን ኢኻ ።
    9. ሃረርታ
    በይንኻ ኣብ ምዃን ንፉዕ እኳ እንተ ዀንካ ሓድሓደ ግዜ ግና ትናፍቖ ኢኻ፣ ኣብ ገሊኡ ዅነታት ከኣ ሕጂ ኣብኡ እንተ ዚኸውን ትምነዮ ኢኻ። እዚ ጽቡቕ ምልክት እዩ። ደይመደይ ኢልካ ይኹን ከይፈለጥካ ናይ ሃረርታ ስምዒት ከም እተፍቅሮ የረጋግጽ።

    • @AlemGoytom-ph1br
      @AlemGoytom-ph1br 2 หลายเดือนก่อน

      Xbuq ሓሳብ ❤️❤️

  • @bereketkidane1777
    @bereketkidane1777 5 หลายเดือนก่อน +1

    Eta ftah Eritrea kedka mmraww dekka deki 13 edme ksab zkonu kab Eritrea zeymwxaee .enber kulu seb byehwatna deki Anstyo texelilu tederbyu ab godenatat Europa

    • @handd4215
      @handd4215 5 หลายเดือนก่อน

      እታ ትምርዓወካ ከ ስቅ ኢላ ኣብ ኤርትራ ክጽበይካ ትሓስብ ኣለካ ተፈላልካ ሓዳር ከ እንታይ ዓይነት ሂወት ዩ

    • @bereketkidane1777
      @bereketkidane1777 5 หลายเดือนก่อน

      @@handd4215 hawey kab abzi Europa zegatmomm zelo hiwet zkefee yelen .Ab Eritrea kea ab thti bteseb ab thti hbreteseb sdrabetatt sle zela kemti abzi zegatm zelo shgratt aykkefen u .ya tefelalika hadar kebid u gn kabzi ab Europa nreyo zelena zkefee yelen .kndey menesey u ab godenatat Europa tederbyu zelo bsenki yehwatna kurub nhseb kndey Yen genzebomn gdlomn texawitenalu zelewa .kab kab Afrika nab Europa ms amxaekaya kttelmeka ab Eritrea kela kttelmeka azyu zbelexe u ab Eritrea koyna kttelmeka kea neaa fxum ayewaxean u kttelmeka zelo tekelo azyu whudd u.ab Eritrea kela kttelmeka wn neaka abti genzebawn kelaenn zhashe u.40.000 -30.000 kefilom Europa yeetyemen ztelemomm alewu

  • @sinaeritrawit9499
    @sinaeritrawit9499 5 หลายเดือนก่อน

    Sorry dea ember most of Eritrean husband geza geziyom sebeytom mesom kela bi name natom yom zegezu tenkol ab deki tebateyo meat u kabom yen zemehara kidmi prosses meslatu tenkol hasibom yexenihu zezerakayo eka teaxeid

  • @MeskeremAbeba
    @MeskeremAbeba 5 หลายเดือนก่อน

    Sex ምስ ጎማ ለሚደን ከምኡ ውን ብኤለትሪክ ዝሰርሕ መትሎ ናይ ወዲ ዝመስል ሓንሳብ ንዕኡ እንተ ጥዒመን መሸኒት ናይ ወዲ መሸኒት ኮይኑ ኣይስምዐንን እዩ ንሱ እየን ዘማኽርአን እተን ፍቱሓት ብዙሕ ኣሎ ብውሽጢ ዝግበር ንዕኡ እና ተጠቀምኪ በይንኺ ክትነብሪ ትኽእሊ ኢኺ እንታይ ዝዓብስ ሰብኣይ እዩ እናበላ ብዙሓት ይፋትሓ እዚ ኹሉ ግን ጻዕዱ ዝመሃዝዎ ንሕብረተሰብ ንኸይቅጽል ዝተማህዘ መሳሪሒታት እዩ ።ነዚ ከኣ ክንጎርሓሉ ይግባእ ብፍላይ ደቂ ኣንስትዮ ።

    • @mihreteabsyum1780
      @mihreteabsyum1780 5 หลายเดือนก่อน

      Cacer የመሓላልፍ ዩ ኣበይ ኢሎናኦ እምበር

  • @yodithaile5252
    @yodithaile5252 5 หลายเดือนก่อน +1

    Ezwedi nezi hezbiy xebuk geru EU feltwo beflay nezen amenzratat dki anstyo

  • @zewditekle1855
    @zewditekle1855 5 หลายเดือนก่อน

    Please don't gudge for all women! I know 2 men in the city I live
    they have gril friend with them in Europe . When one is pregnant, first child and the ather is have women have 2kids. They say my mother is sick i must go till till Etiopie to help her medical check upp and se.
    But they marred!
    Are this is the women fel??????
    Please don't gudge to all women women 🙏 😒 😢 😑 😕

  • @selamabrham7211
    @selamabrham7211 5 หลายเดือนก่อน +1

    Selam nakum.ezi guday ab kuluna eu.ab gal ykun awedatna.dekom kibu zeykilu knsom eti tsegem nay deki anstyo yelagbu.btaimi eu zgerm.

  • @leterufaelkiflu8230
    @leterufaelkiflu8230 2 หลายเดือนก่อน

    አምላክ,ምሕረት,የዉርድ,,,ተካባብርካ,ምባር,ሰናይ,ፍቃዱ,ይኩን,ፈጣሪ,🙏🙏🙏

  • @danielweditsegazghi4839
    @danielweditsegazghi4839 5 หลายเดือนก่อน +3

    Netom Hadar bihji tigbru kabzi temeharu

  • @tgber8126
    @tgber8126 5 หลายเดือนก่อน +1

    Wedi gual aykonen risi eyu wesani feriha egzabher mikbbar mirdida sle zeyele eyu. Hawey tgage aleka kulu aykonen komu mirddad yelen my way or no way aytbelu wedi or gaul agenda teleka that's another story otherwise it's communication respect n lv

  • @AsmaytYakob
    @AsmaytYakob 2 หลายเดือนก่อน

    Foooooo sebayn hamayen yetefeayo leke eyu sedetate deqi anseteyo alewa gn abzi delewu neza menbare keliomena zelewu ageb nbel alena kab kulu ka ms aykewenn wey aydelekan ms belekayo zelo hasoten xelemen eyu begate kemy yexeleka funfunat bejeka sebeyti kunni kale zeyblom resahate degalat Foooooo

  • @ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ
    @ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብዚ ዝመጹ ግን በደሎም ኣይነግሩን ኢዮም ጠንቂ መበገሲ ለከብጥ ኢዮም

  • @mbraktekia4321
    @mbraktekia4321 5 หลายเดือนก่อน +2

    Amlke rediatu yebzahalna yehwat bejkum yehwatey besmit aytzarebu Genzeb hallafi eu bejakum tseliu

  • @HelenTesfaiTedros-qj6zz
    @HelenTesfaiTedros-qj6zz 5 หลายเดือนก่อน

    Josi hawey, xbuk medeb u zeleka, wetru eye zketatelo. Nezom hlna albo, Kab eroba Asmara atiyom, hadar kelewom hadar yeblnan elomo. Wereket Kab embassy amxiom, kinsom, seb hadar dixenhu. Bgzie dekenstiyo zxawetu,Kea gele belelna. Ezi ab haftey zegateme, bkereba zfelto u.

  • @eriasli8655
    @eriasli8655 5 หลายเดือนก่อน +3

    حسبي الله ونعم الوكيل على كل امرأة ظالمة
    This happen with many Eritrean Christians and Muslims

    • @LongwalkTour
      @LongwalkTour 5 หลายเดือนก่อน

      البت المسلمة ما تفعل اشياء محرمة كهذه الا قليل منهن والله اعلم وانا ما سمعت زي هيك 😮

    • @eriasli8655
      @eriasli8655 5 หลายเดือนก่อน

      ​@@LongwalkTour انت ما سمعت يوجد الكثير

    • @Fthawikun
      @Fthawikun 5 หลายเดือนก่อน +2

      ወላ ኣብ ሙስሊም ኣሕዋትና ኣሎ እዚ ጉዳይ

  • @selamuyhabena7038
    @selamuyhabena7038 5 หลายเดือนก่อน

    Etom b deki anstyio himak zrekbu yehzunuka amlak ftah yfterelom , gn rugumat awedat kemzelewu kea aaytreseu neta gaul b qinieta kela zbdlu alewu