ไม่สามารถเล่นวิดีโอนี้
ขออภัยในความไม่สะดวก

ህድሞና ሾው - ኣባዲት ዲያ ወላስ ሓፍታ? | Yonas Abraham with Abadit - New Eritrean Show 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ส.ค. 2024

ความคิดเห็น • 2K

  • @BrhanHaki123-1
    @BrhanHaki123-1 หลายเดือนก่อน +33

    ሳክስፋይ 😅 ንኸውን ኣለና ኣባዲት ሽኾር ከማይ ዶ ናፊቅኩማ ቀኒኹም ደቂ ዓደይ ፣ዝናፈቓ ንኣባዲት እስከ ላይክ ኣይንብቀቕ❤

    • @Erey647-l9p
      @Erey647-l9p หลายเดือนก่อน +1

      😂

  • @LovelyChameleon-ix7bx
    @LovelyChameleon-ix7bx หลายเดือนก่อน +36

    ዓሕሕሕ ኣቱም ሰባት ኩፉእ ማናባብሮ እምበር ክፉእ ሰብ የለን ኣብዛ ዓለም ክብረት ይሃብካ ዮናስ ሓውና ቀንዲ እስኻ ክትሕገዝ ዘለካ ኩልና ንዮናስ ከኣ ንሓግዞ ክብረት ይሃበልና ዮናስ ሓወና

    • @BlesssedDay
      @BlesssedDay หลายเดือนก่อน +1

      እወ ለባም ሓወይ ርኣያ እንዶ መርዓት መሲላ ወፊሩ ይእቶ እዚ ብሩኽ ህዝብና❤❤❤

    • @mihretmihretaab7610
      @mihretmihretaab7610 หลายเดือนก่อน

      @@LovelyChameleon-ix7bx nay behaki ❤️

  • @LuwamTeklom-rp9te
    @LuwamTeklom-rp9te หลายเดือนก่อน +17

    ኣባዲተይ ሽኮር ብጠዓሚ እየ ዘድንቀኪ ። ኣቶዮናስ ውን ከምኡ ። ደቂ ኤረይ እንቋዕ ሓጎሰና ናይ ቢኒ ኽኣ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ብናይ ቢኒ ዝተሓጎስኩም እስከ 👍 ሃቡኒ ❤❤❤❤❤

  • @birktyeri3832
    @birktyeri3832 หลายเดือนก่อน +17

    ዮናስ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሰራሕ camera man ግን ሰኒፍካ ኩሉ አካላ ከይትሰአላስ አብዛ ገጻ ጥራይ ብፍላይ እቲ ገበርቲ ሰናይ ዝከደነዋ ክተርእዮ እንዳ ገለጸት ሙሉእ ስእሊ ክተርእዮ ኔሩካ ፡ ንቃለ መሕተት ዝገብሩ ከመይ ከም ዝገብሩ ሪኢኩም አማሐይሽዎ ። ምስናይ ይቅሬታ

  • @adiamyonas-zp3qp
    @adiamyonas-zp3qp หลายเดือนก่อน +14

    ኣነ ሞ ገሪሙኒ ጸኒሑ ኩሉ ውን ሕውስውስ ኢሉኒ ኣዝየ ተገሪመ ድምጻ መልክዓ ብጀካ ናይ ስኒ ፍልልይ ኢለ ሽኮር ዝኮነት ኣደ thank you ምንጪ ሰሓቅናን ሞራልናን ናይዞም ኣብ ስደት ዘለናን ኣብ ስደት ዝተወለድናን ኢኪ

    • @user-ol1gl9lu9l
      @user-ol1gl9lu9l หลายเดือนก่อน +1

      Nay bhaqi ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 หลายเดือนก่อน +277

    Abadit shikor I love you gal erey marey heto alni ni kebur yonas hawena bejaka abadit betami nefeti eya film 🎥 ketsrhlena yelabo 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏

    • @user-gv7vf6yb8q
      @user-gv7vf6yb8q หลายเดือนก่อน +11

      Btaemi nfeti abadit shukor 🎉🎉🎉❤❤❤

    • @senaitkidane7460
      @senaitkidane7460 หลายเดือนก่อน +6

      Bitami xbuk neru.hayal.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍❤❤❤🇪🇷🇪🇷

    • @floragebrea5mlak437
      @floragebrea5mlak437 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @floragebrea5mlak437
      @floragebrea5mlak437 หลายเดือนก่อน +5

      አባዲት ሽኮር ከጸብቐልኪ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @Erena-bl8pf
      @Erena-bl8pf หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤❤

  • @yorusalemgebregzabhier2309
    @yorusalemgebregzabhier2309 หลายเดือนก่อน +9

    ኣባዲት ልክዕ ከም ኣደይ ኣልማዘይ ከምዚኣ ጌራ እያ ኣዕብያትና ❤❤ኣጆኪ ብደቅኪ ክትክሓሲ ኢኪ ሕጂ ኣነ ነደይ ከምቲ ከርተት ኢላ ዘዕበየትና ነደይ ኣብ ምክሓስ ይርከብ❤❤🎉🎉🎉❤😢😢

  • @sabatekle1992
    @sabatekle1992 หลายเดือนก่อน +13

    ዮውሃንስ 3-16=አምላኽ በቲ ሐደ ወዱ ዝአመነ ኩሉ ናይዘልአለም ሂወት ክረክብ እምበር ከይጠፍእሲ ነሐደ ወዱ በጃ ብምሃብ ንዓለም ክሳዕ ክንድዚ አፍቀራ ተባረኹ

  • @user-ld9cu1rn8u
    @user-ld9cu1rn8u หลายเดือนก่อน +19

    አብ ኤርትራ ሕክምና የለን ትብሉን ንብልን ነስተውዕል ኩሉ አሎ ❤❤❤🎉🎉🎉ኤርትራና ኤርትራና ወሊዓ ፋና

  • @hainbalhainbal6504
    @hainbalhainbal6504 หลายเดือนก่อน +9

    ካብ ሊብያ የ ኤርትራዊ ኣዝየ እየ ዘድንቀኪ ኣባዲት ሓፍተይ ማራ ኢኺ ተስሕቅኒን ትምህርንን ዕድመን ጥዕናን ጋል ኤረይ ሽሕን ዋልታን ኩኒ ዕድመን ጥዕናን 😂💝🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @saronteame773
    @saronteame773 หลายเดือนก่อน +11

    እዋይ ኣባዲት ብድምጽኪ ኣላለይኪ❤❤❤ መቀርት ዓለም ኢኪ ንስኪ❤❤🎉🎉🎉ዘመንኪ ይባረክ❤❤❤🎉🎉

  • @filimongebrebrhan7350
    @filimongebrebrhan7350 หลายเดือนก่อน +11

    ኣነስ ንኣባዲት ምስ ረኣኩ ኩሉ ግዜ ነዛ ኣደይ ይናፍቃ
    ሽዑ ይድዉል ናፍቆተይ የዉጽእ❤❤❤❤
    ዕድመን ጥዕናን ኣባዲት ❤❤❤

  • @ghenetabrha3834
    @ghenetabrha3834 หลายเดือนก่อน +9

    I love her so much , but can we please give more recognition to Yonas , he helps poor people and has an excellent programme!!❤❤❤

  • @GereHabte
    @GereHabte หลายเดือนก่อน +10

    ናይ ተፈጥሮ ቅንዕቲ ፍጥረት ኦርጅናል ኤርትራዊት ባህሪያት ከም ሰብ ቀደም ❤❤❤ዕድመን ጥዕናን

  • @Tesgabrhanaregwi
    @Tesgabrhanaregwi หลายเดือนก่อน +6

    ናይ ኢድኪ ይሃብኪ አባዲት ደቃሰይ ሰኢነ ነዓኪ ከሰምዕ

  • @selamawitberhe4283
    @selamawitberhe4283 หลายเดือนก่อน +5

    Well done to the dentist who fixed her teeth for free of charge . You are amazing and God bless you .

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle2046 หลายเดือนก่อน +15

    አባዲተይ ፈዉሲ ጭንቂ ሰሐቅ ድራራ ምቅርቲ ኤርትራዊት አብ ርእሲ ጽባቄሒ ጽባቀ ወሲኪ እንኳዕ ገበርኪ መባልዕትኺ ይሑን ከቢዱኒ ዝበልክዮ እንዳሐደረ ክትለምድዮ ኢኺ ።አባዲት ከምሽማ ንብዙኻት ትእብዲ ዘለኺ ክብርቲ ጓል ኤረይ ። አቶ ዮናስ አባዲተይ ናይ ብሐቂ ሎሚ ሰፕራይዝ ጌርኩሙና ዋዉ ንዓይነት ከይኾነኪ ኢልና ኢና ።ካልእ አቶ ዮናስ ሐቁሎ ድምጽኺዉን አዚዩ ጥዑምዩ ዋላ ብደርፊ ክትመጽና ተስፋ ንገብር በርትዒ አቶ ዮናስ ክብረት ይሐበልና ።ዋዉ አባዲተይ ድምጽኺ ክጥእም። አባዲተይ በሊ ነቲ ጀግና ሐበን ኤርትራ ኩርዓት አፍሪቃ ዓለም ብዓለማ ዘዛርብ ዘሎ ሐንቲ ግጥሚ ግበርሉ ኢኺ ።
    ብሐጎስ ፍጭሕጭሕ አቢሉናሎ ብርኩ ይጽናዕ ንቢኒ ዝወለዱልና ንወለዱ እድመን ጥዕናን ይሐቦም ♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @trhashagos216
    @trhashagos216 หลายเดือนก่อน +8

    ፅርቲ ጻዕዳ ልቢ ንበርልና ኩሉ ዘለዋ መምህር ጥበብ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @Zekaryas-nh4kf
    @Zekaryas-nh4kf หลายเดือนก่อน +10

    ስና ጥራይ አይኮነት ተቀይሩ እንኮላይ ጸጉራ ኢዩ ስለዚ ብቁኖ ምጽና ቁኖ ኢዩ መልክዕ አዴታትና

  • @Abrhamafewerki1
    @Abrhamafewerki1 หลายเดือนก่อน +6

    ምንጪ ስሓቅ ዝኾነት ሰበይቲ በጃኹም ኩሉ ግዜ ኣምጹሉና❤❤❤

  • @user-xl7fb3du6n
    @user-xl7fb3du6n หลายเดือนก่อน +9

    ኣቶ ዮናስ❤❤❤❤ ንስኹምን ግርማኹምን ምስ ኣባዲት ኣብ ዚ ስደድት ዘለና ኣቢድኩሙና ❤❤❤ ኣቶ ዮናስ ንስኻ እተቅርቦ ኣቀራርባኻ ምስቲ ግርማኻን ላዛ ዘረባኻን መሊሱ የመቅሮ ኣምላኽ ሙሉእ ዘመንኩም ሰሓቅ ይግበረልካ ኣቶ ዮናስ❤❤ ብደቅኻ ተሓጎስ ሙሉእ ዘመንካ ሓጎስ ይግበረልካ ንስኻ ተቅርቦ መደብ ብትሕትናን ፍርሓት እ/ሄር ዝመሎኦ ዩ ሞ እ/ሄር ምስ በዓልቲ ቤትካን ደቅኻን ሙስኩሎም ስድራኻን ፈተውትኻን ደጊመ ዘመን ሰሓቅን ሓጎስን ይግበረልካ ኣባዲት ዉን የቀንየልና ብርሃን ገጻ ❤❤❤❤ ኣባዲት ምስ ኣቶ ዮናስ ብርሃን ገጸም ግን ዮናስ ንዓኻ ኪሪኢ ኣብይ እንዳ ዘከርኩ መመሊሰ በር ይናፍቅ ኣለኩ መናፈቒ ጌርካልና ኣዘራርባኻ ትሕትናኻ ኩሉ ነገርካ ወላዲየይ እንዳዘከርኩ በሉ እከ ኪብረት ይሃበልና ደጊመ ሰናይ ኪራማት ኣቶ ዮናስ ምስ ኣባዲት ብርሃን ገጾምምምም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @Erey647-l9p
      @Erey647-l9p หลายเดือนก่อน +2

      Kemzi aynet teum mesgana zelewo comment kab zeyrieya aynena newih koynu neseka wun qexelo❤

  • @berheandeberhan1871
    @berheandeberhan1871 หลายเดือนก่อน +4

    ዕድመን ጥዕናን ምጭውቲ፡ ዕላላን ሰሓቓን ዘይምኖ፣ ወ/ሮ ኣባዲት። 👑👑👑🌹🌹🌹🌹🇪🇷

  • @nateyyom6156
    @nateyyom6156 หลายเดือนก่อน +7

    ኣነስ በቃ ኣብ ደመይ ኣቲያ ተበልኩኩም ሲ ትኣምኑኒ ዶ ድራማ ምርኣ ቡዙሕ ኣይ ኮንኩን ዝበዝሐ ዝሪኦ ቃለ ምሕተት ዜና ገለ የ እዚ ናይ ኣባዲት ዕላል ግን ፈጺመ የ ክትዉድእ ዘይ ደሊያ ኣብ ተዉሓደ ኣብ ሰሙን 1 ግድነት ክትዙርጉሑልና ኣለኩም ❤❤❤❤❤

  • @Momy466
    @Momy466 หลายเดือนก่อน +10

    በዚ ብናብራ ስደት ትጭነቅ😢 ኣባዲተይ ከኣ ካብ ጭንቀት ተገላግለና thank you abadit kulu ❤❤❤❤

  • @user-ey2bu7ut1f
    @user-ey2bu7ut1f หลายเดือนก่อน +6

    አቤት ንፍዕቲ ሰበይቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብሪክቲ ኣድ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @bibibibi979
    @bibibibi979 หลายเดือนก่อน +7

    ኩሉ ኢዩ ዘጸብቐልኪ ኣባዲተይ ኣይትጥፍእና ኢኺ ❤❤❤❤❤

  • @nebu5224
    @nebu5224 หลายเดือนก่อน +5

    ኣባዲት ሽኮር ከሉ ዘጸብቐልኺ ቅንዕናኺ ዓባያትና ኣዘኪርክና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ዮናስ ሓውና🙏 🇪🇷🇪🇷❤️❤️💐🌹🌹

  • @AyxawetAymawet
    @AyxawetAymawet หลายเดือนก่อน +7

    ኣባዲተይ ዶ ኽብለኪ ፈውሲ ናይ ጭንቀተይ
    ድምጽኺ ተሰሚዐስ ይሕጎስ ካብ ልበይ
    ዕላልኪ ጥዑም ዩ ቁምነገር ዝርከቦ
    ምንጪ ናይ ባህርያትኪስ ኣግሊሑ ዩ ዘቅርቦ
    መምህር ኢኺ ናይ ሂወት ኩሉ ግዜ ሕጉስቲ
    ዕላልኪ ክሰምዕ ሲ ኣይበልዕ ኣይሰቲ
    ንበርልይ ዳኣ ንዘላኣለም ንበሪ ኽበሪ
    ኣብ ዙርያኺ ዘበለስ ይሓልወኪ ዳኣ ፈጣሪ
    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @sff3460
    @sff3460 หลายเดือนก่อน +6

    ኣንታ ከመይ ዘልዋ ብርክቲ ሰበይቲ ያ ዚኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

    • @AT-ut7yx
      @AT-ut7yx หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤

  • @michaelalem3845
    @michaelalem3845 หลายเดือนก่อน +32

    ማማዬ ንኽናውን ኢትዮጲዊና ይንፈተወኪና ኢና

    • @kuhil3740
      @kuhil3740 หลายเดือนก่อน +2

      Tankis❤❤❤

    • @semharmushut2200
      @semharmushut2200 หลายเดือนก่อน +1

      ❤️🇪🇷🌹👌

  • @amanuelgebremeskel8934
    @amanuelgebremeskel8934 หลายเดือนก่อน +9

    ብሓቂ ውጺኢት እዚ ኩሉ ስናይን ጽቡቅ ትሪኢት ናይ ዩናስ ሓውና ጻዕሪ እዩ ሞ ክሕገዝ ካኣ ይግቦኦ። ክብረት ይሃብካ። ኣባዲት ካኣ ኮኮብ ኢለኪ ኣለኩ።

  • @huruytsegai2401
    @huruytsegai2401 หลายเดือนก่อน +12

    ናይ English ላህጀኣ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለካ። ዮኒ በጃኻ ብ English ኣዛርባ ብጣዕሚ እያ ኬፍ ዘለዋ።

  • @harounekubal8436
    @harounekubal8436 หลายเดือนก่อน +6

    ንአባቲ : ስና ክተክል : ከተትክል : ቃል ዝአተዉን : ዝሓገዙን : ብኻሊእ : መተባብዒ ዝገበሩላን : ዕድመን ጥዕናን ይሀቦም !!!
    ❤ 🇪🇷 🎉 !!!

  • @aset739
    @aset739 หลายเดือนก่อน +4

    ማማ ኣባድት ካብመጀመርያ ሕዘ ይከታተላ እየሞ ዘይሙኖ ዕላላ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ንጋዘጤኛም መምሀርትና ስለዘምፃኻልና ብጣዕሚ ነመስግን ካብ ጋል ራያ ዓዘቦ ሀገረ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤ዓደይይይይይ

  • @simonnguse-kn9
    @simonnguse-kn9 หลายเดือนก่อน +5

    ፍልይቲ ኢኺ ንስኺ
    ጻዕራም ኣብነታዊት ኣደ
    GBU 🙏🙏🙏ደቂ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫶🫶🫶
    ኣቶ ዮናስ ኩሉ ተበርክቶ ነገር ብጣዕሚ ኢና ነመስግን!!!🙏🙏🙏

  • @FnanTeweldebrhan
    @FnanTeweldebrhan หลายเดือนก่อน +10

    ዮኒ ኣጆኻ ንፉዕ ቀጽሎ ብፍላይ ክትስሕቅ ከለኻ ኬፍ ኣለካ 👌👍

  • @kahsayabraha9199
    @kahsayabraha9199 หลายเดือนก่อน +9

    መጸት -------- መጸት ጻሓይ ንግሆ ትመስል ኣባድት መጸት ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @awetbereket3570
    @awetbereket3570 หลายเดือนก่อน +11

    "ስኒ ምግባርኪ ብጣዕሚ ጽቡቕ ዝሃበ ኣምላኽ ዕጽፊ ይሃቦ፡እንተ ሜክኣብ ግን ኣይግድን ተበላሽኺ መጺእኺ።ንኹለን ደቂ ኣንስትዮ ሃገርና ኣርኣያ ክትኮኒ እዩ ትጽቢትና፡ን2ይ ጊዜ ከምዚኣ ኢልኪ ከይትመጽኢ ተቖነኒ፡ሓቀኛ ሕብርኺ ኸኣ ምስኣ"

    • @fnansamuel6259
      @fnansamuel6259 หลายเดือนก่อน +1

      Wa normal eya ba zela hjis ke awela eti xelim kuhli dikum ktkeluna

    • @kisanet4715
      @kisanet4715 หลายเดือนก่อน +2

      ናይበሓቂ, ታ ናይ ቅድም ኣባዲት ብዘይ መክኣብ ምስ ቁናኖ ጨጉሪ ደስ ትብለካ 👍👍👍👍💯💯💯💯

    • @Erey647-l9p
      @Erey647-l9p หลายเดือนก่อน

      Hansab hansab gn makeup metqam wun ku a yedeli iyu😊

  • @bqse6142
    @bqse6142 หลายเดือนก่อน +5

    ኣባዲት ሓፍተይ ንዒ ግደፊ እዛ ሸራፍ ስንኺ ትሕሸና
    ኣነ እኳ ኣይተደናገርኩን
    ብቐዳማይ ኣብ እንዳ ስኒ ከም ዝኸድኪ ነጊርክና ስለ ዝበበርኪ ሓላለይ ፈውሲ ስትረስ ዋዕሮ love you sis🇪🇷❤🌹🇪🇷🎉🙏

  • @user-xm6zh2nf9q
    @user-xm6zh2nf9q หลายเดือนก่อน +4

    ኣቶ ዮናስ የቀንየልና ነዛ ተሓቢኣ ዝነበረት ዳይሞንድ ስለ ኣውጺካ ዘምጸካልና❤ ኣባዲት ሓፍተይ ኩሉ ዘጸብቀላ ጨው ዘለዎ ዋዒ ጥዕምቲ ዕላል ደስ ዝብል ዋዛ ምስ ቁምነገር❤ በጃኻ እዚ ዕላል ምስ ኣባዲት ምእንታን ከይቃረጽ ኣርእስቲ እንዳ ገበርካ ኣቅርበልና ኣቶ ዮናስ ከይተቃርጾ ❤❤❤❤❤

  • @Nuriaselama
    @Nuriaselama หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ደስ ትብል ሰብ ኢኺ ኣባዲት ጓል ኤረይ ጻዕዳ። ኣብ ሂወትኪ ኣሳልጦ ይትምነየልኪ።

  • @mulugetaandemariam8616
    @mulugetaandemariam8616 หลายเดือนก่อน +6

    ❤❤❤❤❤ ጻዕዳ ሓፍተይ እስከ ኣይትሰኣኒ ፡ ጽቡቕ መደብ ክንደይ ሰብ ፈዊስኪ ኣለኺ ፡ ብፍላይ ኣብ ስደት ዘለና ኣዴና ትቑጸረና ። ዋውውው

  • @zewngelmerese8764
    @zewngelmerese8764 หลายเดือนก่อน +4

    ዋው ብጣዕሚ ኣደ ብርሃን ገዛ አንድያ አዚኣ አሞ ጽሃይ ዓባይ አያ የከንየልና ምሉአ ዘመንኩም ይባረክ

  • @selamawitberhe4283
    @selamawitberhe4283 หลายเดือนก่อน +7

    Abadit you look beautiful. For those of you who said you prefer her with out makeup . She did it for us so let's appreciate her . Plus the makeup is not too much . God bless you Abadit shikore ❤

    • @hseyoumhseyoum6915
      @hseyoumhseyoum6915 หลายเดือนก่อน

      She looks lovely with or without makeup! Let's enjoy hee joyful personality

  • @alganaweldu
    @alganaweldu หลายเดือนก่อน +6

    ብሰላም እንቃዕ መጻኺ ኣባዲትና... 🙏🙏🙏 ❤❤❤😍😍😍ኣምላክ ምሳኺ ይኹን. ሕቶ ብሰንኪ ግርህነትኪ ኣብ ሂወትኺ እንታይ ከቢድ ነገር ኣጋጢምኒ ትብሊ ?❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rahelasmerinabelalifestyle5566
    @rahelasmerinabelalifestyle5566 หลายเดือนก่อน +3

    አባዲት ሽኾር ክትጽብቂ ኾንኪ ደስ ኢልና ተባረኹ ኹሉኹም የሕዋት ዝሐገዝኩም ❤
    ነባሪት ህድሞና ብዓልቤታን ደቃን እንተተቅርበልና ጽቡቅ ኔሩ ሐጎሶም ክንካፈል ?! የቀንየልና ❤

  • @NatiMan-xi9dw
    @NatiMan-xi9dw หลายเดือนก่อน +3

    ኣባዲተይ ሽኮር
    ምዓር፡ ሽኮር፡ ወለላ፡ ሙዝ፡ ዘቢብ ከምቲ ኹሉ ትብሉኒ ኩሉ ይሃብኩም ዝበልክና እንታይ እሞ ከፊልካ ዝብሃል ኔሩ ውን ኣነስ ዝሃብኩ ሂበ ምበልኩኺ
    ብር ክትብሊ ስሓቕ ይግበረልኪ ሙሉእ ዕድሜኺ ማሚተይ ሽኮር ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tesfomkahsay2223
    @tesfomkahsay2223 หลายเดือนก่อน +6

    ኣባዲት መቐረት ዓለም
    ማእዛ ልቢ
    ፈውሲ ጭንቀትን ጽምዋን
    ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-rn3fi2fs1o
    @user-rn3fi2fs1o หลายเดือนก่อน +5

    እዋይ ኣባዲት ዓይነይ ኩሉ ዘጸብቀላ ምሻጦ ጸጉሪ ምስ ሓድሽ ስኒ ፎርማ ቸንቶ per ቸንቶ ♥️🌹♥️
    ኤርትራዊት ኣደ እንተ ተቆነነት, ተተመሸተት ኩሉ ዘጸብቀላ 🇪🇷🇪🇷♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹♥️♥️

  • @zmamberaki5030
    @zmamberaki5030 หลายเดือนก่อน +5

    ኣነስ መዉዳድርቲ ሲኢነልኪ እቲ ቁምነገርኪ መመሊሱ መመሊሱ በቃ ይዉስኽ ቃላት ሓጺርኒ ክድወለልኪ እዬ ❤❤

  • @frehiwetbaraku6246
    @frehiwetbaraku6246 หลายเดือนก่อน +2

    ኣባዲት ብሓቂ ግልጽነትኪ ብጣዕሚ እዩ ፈትየዮ እግዚአብሔር አምላክ ጥንካሬ ይሃብኪ ጎበዝ ኢኪ ንደቅኪ ክተዕብዩ ብዙሕ ነገር ሰሪሕኪ እኪ ደቅኪ ጸወርትኪ ሓብሓብትኪ ቀበርትኪ ይግበረልኪ ክብርቲ ወላዲት ❤❤❤❤❤

  • @NateyNardos12
    @NateyNardos12 หลายเดือนก่อน +4

    ኣባዲተይ ❤❤❤❤ ሽኮር ብጣዕሚ ጅግና ቀጽልዮ ኣምላኽ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ

  • @Robi-94
    @Robi-94 หลายเดือนก่อน +9

    ኣነ ግን ኣይኣመኩን ኔረ ሓፍታ መሲሉኒ ኔሩ prank ምስ በሉ ኢየ ኣሚነ 😂❤❤ ኣባዲት ግርህ ዝበለት ምቅርቲ ወናኒት ጡዑም ላሃጃ ❤❤

  • @Kokob-ye8rt
    @Kokob-ye8rt หลายเดือนก่อน +7

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኣዚኹም ደስትብሉ ክልቴኹም ድገሙና ደጋግሙና ❤❤❤ካብ ሽወደን እየ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍💯💯👌👌❤️❤️💕💕🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏

  • @maregasgedon2478
    @maregasgedon2478 หลายเดือนก่อน +4

    Ato Yonas this is the best interview I saw in ER tv Abadit is real when she answer the question she doesn’t think she tells as it’s that why people love her ❤❤❤❤❤

  • @yohannesafeworki5929
    @yohannesafeworki5929 หลายเดือนก่อน +6

    አባዲት ከሙኡዉን ዯናሰ የቐንየየልና. በርትዑ🎉❤❤

  • @tesfalemabraham2296
    @tesfalemabraham2296 หลายเดือนก่อน +5

    ኣባዲት ጽብቕቲ፡ ሓደ ካብቲ ዘፍትወኪ ኣብ ርእሲ እቲ መስሓቕ ምዃንኪ፡ ተፈጥራዊ መልክዕኪ'ዩ።እዚ ሕጂ ኣብ ገጽኪ መመላኽዒ ኢልኪ በለቕ ለቢጥክዮ ዘለኺ ምሳኺ ዝኸይድ ኣይኮነን።ሓደራ ገጽኪ ኣይተበላሽውዮ።

  • @tsegino5553
    @tsegino5553 หลายเดือนก่อน +7

    Pls ከይት ጠልምና ኩሉ ጊዜ ሰሙናዊ ኣምጽኡልና ❤️❤️❤️

    • @ghenetabrha3834
      @ghenetabrha3834 หลายเดือนก่อน

      @@tsegino5553 love her,she is my therapy 🤣🤣❤🇪🇷

  • @wedihdri9031
    @wedihdri9031 หลายเดือนก่อน +5

    ኣባድት ሓፍትና ብጥዕሚ ድርስ ዘብል ጋል ኤረይ ኣንበሲት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @MA-bf7yp
    @MA-bf7yp หลายเดือนก่อน +2

    በላሕ ኣደ ናይ ብሓቂ። ኖርወይ ዝነበርኪ ትመስሊ ኩሉ ኣታሓስባኺ ብዛዕባ ህጻን ዘለኪ ኣረኣእያ። ዝድነቅ ኣተሓሳስባ ይመልኣልኪ።

  • @mesghenazerai4510
    @mesghenazerai4510 หลายเดือนก่อน +2

    አስይይይ አባዲት ሹኮር መግለጺ ሲኢነልኪ ምቅርቲ ፍጥረት ዮናስ ሐውና ብጣዕሚ ነመስግነካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
    🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷👑👑👑🇪🇷🎉🥂🍾🇪🇷✨🌟⭐🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷👍👍👍🇪🇷

  • @armanimedia1997
    @armanimedia1997 หลายเดือนก่อน +14

    Welcome abadit so thanks HDMONA NEBARIT ❤❤❤የሐዋት ቁሩብ ምትብባዓ ይደሊ ኣለኩ'ሞ::ኣብ'ዛ ናተይ ቻነል ኣቲኩም ክትሕጉዙኒ ይዕድመኩም ኣለኩ::❣️🕊❣️🕊❣️🕊

  • @merhawiabed7212
    @merhawiabed7212 หลายเดือนก่อน +3

    Abadit she open mind and right person God bless you

  • @gggghhhgv4990
    @gggghhhgv4990 หลายเดือนก่อน +4

    ሓቦኛ ጻዕረኛ ንጽባሕ ኣማዕድያ ሓቦ ስንቃ ኣብኩሉ ሂወታ መንገዳ ብእምነት ትጓዓዝ ጅግና ጀጋኑዉን ተፍሪ ዘላ ኣንበሲት ሓብትና
    ❤❤❤ ማመት ናይዚ ግዜ ዚ ❤❤❤

  • @TM-yl8bg
    @TM-yl8bg หลายเดือนก่อน +5

    Best Comedian 😅🎉❤ ብራንክ ጌርኩምና ማለት እዩ👌🏽 😂 We love you so much ጋዜጠኛ ዮኒ ምስ ኣባዲት ሽኮር ጽብቕቲ ስኒ ንጥዕናን ንዕድመን ይግበረልኪ Welcome back deki erey 👍🏽🇪🇷❤️🇪🇷🕊️⛪🙏🏽🕌🥰💐🌴🐪

  • @user-kf5qh2ph1n
    @user-kf5qh2ph1n หลายเดือนก่อน +5

    ሺኮር ሐብትይ አዝማሪና ትመስሌነ
    ጆሊ ሐበይተ ውርዙይቲ ጆሊና( jolina)
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ክብረትን ሰላምዊ ጥዕና ንትቻዓተ(9) ብሄረትና።

  • @luulrussom6916
    @luulrussom6916 หลายเดือนก่อน +4

    We praying to God Her age will be more than 100 years 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉enjoyable and exciting life ahead ❤❤❤❤

  • @misskine6388
    @misskine6388 หลายเดือนก่อน +1

    Blessed and beautiful my people 🇪🇷 Love you so much!! May God keep bless and protect you!!

  • @1991-nx9kb
    @1991-nx9kb หลายเดือนก่อน +5

    ንእባዲት ከምዛ ከማይ ትጽበይዋ ዶ'ኾን ትሕልዉ ? ምአቲ አለኪ ኣለኹ ብኹሉምሉ ።ንኽንደይ ሰብ መሃሪትን መዘናግዒትን መሃሪትን ኾንኪ ኣለኺ ።ኣብ ሂወትኪ ሰሰናዩ።
    ጽቡቅ ዕድል ናይ ስራሕኪ።
    ዮናስ ሓውና ብጣዕሚ ኣብ ህወትና ተራፒ ዝኾነት ጋሻ ኣምጺካልና የቀንየልና።

  • @tirhasiyob5484
    @tirhasiyob5484 หลายเดือนก่อน +3

    አባዲት ሸኮር ዕድመን ጥዕና ይሀብኪ ምስ ሙሉአ ስድራኺ ሐንጓልና ፍረሽ ገርኩዬ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ub1fg1zf1g
    @user-ub1fg1zf1g หลายเดือนก่อน +6

    በጃኹም ቀጽልዎ እኹም ምስ ኣባዲት. ግን ቀሽ ማእል በሉ ክህነት ክቡር ማዕርግ እዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷. Love you Eri 🇪🇷🇪🇷❤️💯💯💯

  • @melesokbazghi7033
    @melesokbazghi7033 หลายเดือนก่อน +2

    Really i am so proud of you Abadit my sister Gal Erey shkor 🇪🇷 ❤ajoki kexeliyo abi gonki alena 🇪🇷🇪🇷

  • @godislove7204
    @godislove7204 หลายเดือนก่อน +6

    😱 my gosh 😳😍🥰 she’s beautiful inside out🥰❤️

  • @trhastsige2295
    @trhastsige2295 หลายเดือนก่อน +5

    ኣባዲት ሽኾር ኣነ ድኣ ፈሊጠኪ ጸኒሐ 🥰🥰🥰🥰 ብዙሕ ኣይትቆነኒ ምምሻጥ የጸብቐልኪ 👏👏👏ፍሽኽታ ኣመለይ እኮ ኢኺ

  • @ta-sy6up
    @ta-sy6up หลายเดือนก่อน +6

    አሰይ ምሻጦ ከጸብቀልኪ አባዲተይ❤🎉❤

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 หลายเดือนก่อน +10

    ኣባዲት ሽኮር ተቆኒና ትምጻእ ከም ቀደማ ኮምኡ ይሕሸና, ክትሽኩር ኮይና 🎉🎉🎉❤

    • @BlesssedDay
      @BlesssedDay หลายเดือนก่อน

      ዛዉዛዋ ኮይና መጺኣ❤❤❤❤

  • @user-kw8fy7us8k
    @user-kw8fy7us8k หลายเดือนก่อน +5

    ኣባዲተይ ቅጭን ተናፋቂት ጻዕዳ ልባ❤❤❤

  • @amlesomkelati4750
    @amlesomkelati4750 หลายเดือนก่อน +4

    Misli eritrawit Ade abadit. Abadit medhanit nay stress. Simply beautiful

  • @millionghirmai8045
    @millionghirmai8045 หลายเดือนก่อน +3

    ዮናስ የቀንየልና
    ኣባዲት ምቅርቲ ፍጥረት
    ኩሉ እዩ ደጸብቀልኪ

  • @edenteklegiorgis9889
    @edenteklegiorgis9889 หลายเดือนก่อน +3

    😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤Very shocking surprising so proud of her , amazing blessings by our Eritrean Doctors 🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @yordanosghiorghis5807
    @yordanosghiorghis5807 หลายเดือนก่อน +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @eelnabieielnabi2772
    @eelnabieielnabi2772 หลายเดือนก่อน +6

    ድገሙልና ንኣባዲት በጃኩም❤❤❤

  • @user-eb8pe5kk7l
    @user-eb8pe5kk7l หลายเดือนก่อน +3

    ሰላም ዮናስ እተቅርቦ መደብ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዘብል ፡ናብ ሕቶይ ክኣቱ እዞም የሕዋትና ኤርትራዉያን ምስ ካልኦት ሃገራት ማለት ካብ ኤርትራዉያን ወጻኢ መዉስቦ ይበዝሕ ኣሎ መጻኢ ህዝቢ ኤርትራ ከመይ ክኸዉን እዩ ትብል እስከ ኣብርሃልና ።

    • @amanuel-.
      @amanuel-. หลายเดือนก่อน

      ብፍሊጶስ ከተእስሮ

  • @FnanTeweldebrhan
    @FnanTeweldebrhan หลายเดือนก่อน +3

    ማማ ኣባዲት'ዶ ክብለኪ ኣባዲት ኩሉ ትምህሪ እንዳ ኣዛናጋእኪ ጽቡቅ እበር ሕማቅ ዘይወጻኪ ኣብ ዘለኽዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ነመስግነኪ 🖋️

  • @rahwaberhe7474
    @rahwaberhe7474 หลายเดือนก่อน +4

    አባዲት ሽኮር: ዕድመን ጥዕና ይሓብኪ!!

  • @betty_your_girl
    @betty_your_girl หลายเดือนก่อน +5

    Abadite shukare, you are so sweet ♥️ 🎉🎉

  • @maebelaasmellash1177
    @maebelaasmellash1177 หลายเดือนก่อน +3

    Am proud of you keep it god bless them both bless you yoni and abadet love you both

  • @bellighebremedhin9462
    @bellighebremedhin9462 หลายเดือนก่อน +3

    ዓላ ኢኺ ጓል ሓላል መሬት🇪🇷 ዕድመ ይሃብኪ🙏❤

  • @Akiteylove
    @Akiteylove หลายเดือนก่อน +5

    ያ ዮናስ ማርያምን ኣዳናጊርኩምና፡ ጸኒሕኩም

  • @hajerokubu8990
    @hajerokubu8990 หลายเดือนก่อน +7

    ኣባዲት ስ ምስ ባባ መብሬ ክትዋሳኣ ጸቡቕ ነይሩ ❤❤❤

  • @kingsolomon9771
    @kingsolomon9771 หลายเดือนก่อน +2

    She’s a really best therapy!! Please keep on and thank you 🙏 ❤

  • @gmekonnen397
    @gmekonnen397 หลายเดือนก่อน +3

    Abadit’s facial. Transformation is incredible. Congratulations! Abadit

  • @abdelletifMohammed
    @abdelletifMohammed หลายเดือนก่อน +4

    ኣባዲት ቆንጆ ሓቢብቲ ሰምፕረ ቆንጆ ምጭዉቲ ኢኺ ማሻኣላህ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እንኮላይ ዮኒ ሓዉና ዓቢ ሰብ ክቡር ሓበን ሃገር ኢኻ 😍👏👏👏🇪🇷🇪🇷👍👌

  • @amlesettekie8856
    @amlesettekie8856 หลายเดือนก่อน +6

    ❤❤❤❤❤ you are the best Woman ❤❤❤❤ I love 💕❤️❤️❤️🙏🏽🙏🏽🥰🥰

  • @MesmerBAylay-sl1pf
    @MesmerBAylay-sl1pf หลายเดือนก่อน +2

    you are so sweet I really enjoyed your interview God Bless, you look Gorgeous, thank you for your outstanding conversation, our Eritrean hero

  • @tekluyohannes8217
    @tekluyohannes8217 หลายเดือนก่อน +3

    Edimen tenan yhabek fetari abadt habitey gali rimey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Eretrawit
    @Eretrawit หลายเดือนก่อน +3

    Abadit mekerti memeliski tefetewi enke gal Erey konki yonas kulukum deki Erey ❤🇪🇷

  • @phili8384
    @phili8384 หลายเดือนก่อน +8

    ኣባዲት ከም ጎብየ 200 ዓመት ክትነብር ኢያ..😂
    100% ዝኮነት ፍጥረት ❤

  • @eritrea3501
    @eritrea3501 หลายเดือนก่อน +3

    ሰላም ምቁራት ደቂ ሪመይ።
    አባዲተይ ጽብቅቲ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኪ ክምኡ ድማ ንአቶ ዩናስ።
    አባዲት ሐፍተይ ምቁኖ እዩ ግርማኪ እሞ ብቁኖ ምጽና❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @kisanet4715
      @kisanet4715 หลายเดือนก่อน

      👍👍👍👍💯💯💯💯

    • @kisanet4715
      @kisanet4715 หลายเดือนก่อน

      ቁኖ ደስ ይብለካ

  • @saba-hy4bs
    @saba-hy4bs หลายเดือนก่อน +11

    ካብ ኣዲኡ ተፈልዩ ዝዓቢ ጎደሎ አዩ፡ መጻወቲ ኣኮይ ኮይነ ዝዓበኹ ኣነ ምስክርየ፡ ዕባየይ አናፈለጠት ከማን ክትከላኸለለይ ኣይከኣለትን፡ ስጋብ ሕጂ ኣብ ሂወተይ ዘይተመለሰ ሕቶ።💔

    • @yors6533
      @yors6533 หลายเดือนก่อน +1

      Sabine haftey Ajoki Amlak alo meski gaul Erey marey ❤️🇪🇷🙏

    • @wedighebremeskel13
      @wedighebremeskel13 หลายเดือนก่อน +1

      ኣጆኺ ሳቢ መትረሪኺ እዩ ፡ መጻኢ ሂወትኪ ኩሉ ክቀለልኪ እዩ

    • @Merike-ts5eo2nl4b
      @Merike-ts5eo2nl4b หลายเดือนก่อน +1

      Ajoki sisey haftey natey❤.. zeymhmak tray bhji zelo gize🙏🥰

    • @senaitgebrehiwet2851
      @senaitgebrehiwet2851 หลายเดือนก่อน +1

      Ajoki Mearey amlak misaki alo

    • @freta8953
      @freta8953 หลายเดือนก่อน +1

      Im sorry to hear that.