ክልቲኦም ደቀይ ወሲዶሙለይ josias denden

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ต.ค. 2024
  • ክልቲኦም ደቀይ ወሲዶሙለይ josias denden
    VISIT AT JOSIAS DENDEN
    linktr.ee/josi...
    FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
    / josiassdenden
    FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
    FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
    / josiassdendentechno
    INSTAGRAM Josias Denden
    / josiassdenden
    TWITTER Josias Denden
    / josiassdenden
    TIKTOK Josias Denden
    / josiasdenden
    #eritrean#yordanos#yordanosmainz

ความคิดเห็น • 410

  • @JosiasDenden
    @JosiasDenden  3 หลายเดือนก่อน +32

    ንዮርዳኖስ ክትታሓባበርዋ ምስ እትደልዩ በዚኣ ተወከስዋ
    ቴለ - 004915219601830

    • @ሰላመለኪድንግል
      @ሰላመለኪድንግል 2 หลายเดือนก่อน +2

      ቴሌፎና ኣይሰርሕን ጆሲ ሓወይ

    • @maharigrmay8753
      @maharigrmay8753 2 หลายเดือนก่อน +5

      ሰላም ጆሲ ። መጀርያ ክድሚ ንዚ ምዝርጋህካ ነቶም ኣቦ ደከይ ትብሎም ዘላ ረኪብካ ከተዛራርቦም ነርካ ብልከዕ ክትህገዝ ተደሊካያ ተዘይ ኮይኑ ኣብዚ ባንካ ዘርጊህካ መሊስካ ጸገም ከይተምጻላ ።ካለኣይ ኣቲ ኣቦ ጋለይ ናታ ኣባይ ትብሎ ዘላ ክሳብ ተበካ በጺሁ ኢዩ ጋለይ ባለይ ከዕቢ ኢሉ ኣቡ ኣብ መስርህ ኣንዳ ሃለ ከኣ ደካ ሂዛ ሃገር ከይራ ህጂ ከኣ ተመሊሳ ነሀለት ።ኣዛ ኮለኣ ገንዘብ ዘይኮነ ጸገማ ምስ ሰባት ናይ ምርድዳኣአ ጸገም ኣለዋ ። ከሙ ውን ከም ኣደ መተን ወይ ከም ጋል ኩተባ ዘይኮነ ጸገም ኣመራርሃ ሃዳር ኣይበጸሀቶን ኣላ ።ኣቱም ክንህግዛ ኢና ትብሉ ኣነ ብ ሃሳብ ክትህግዝዋ ይመርካ ካብ ገንዘብ

    • @sawatube
      @sawatube 2 หลายเดือนก่อน

      Tel.Ayserhin gega eyu zelo

    • @Asli-boyyyyyyy
      @Asli-boyyyyyyy 2 หลายเดือนก่อน +3

      you are funny man 😂😂😂lol ገዲፉዋ ገዲፋቶ የሕጊግዋ የሕዲጋቶ ክትብል በቃ ኣኺሉካ ንሱ ኮይኑ ቢዝነስካ ብኸመዚኣ ትብላዕ ገንዘብ'ሲ ምተረፈትካ 😅😅😅

    • @LchiHabteslase
      @LchiHabteslase 2 หลายเดือนก่อน

      Telefon whidu alo josi hawey

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 3 หลายเดือนก่อน +34

    ኣጆኺ መዓረይ ከተዕርዬ ዝግበኣኪ የዕርዬ በላሕ ኩኒ።

  • @asmeretteweldebrhan
    @asmeretteweldebrhan 3 หลายเดือนก่อน +42

    ኣጆኪ ዝሓፍተይ ጾሎት ግበሪ እግዝኣቢሄር ምሳኪ ይኩን ደቅኪ ናብ ኢድኪ ይምለሰልኪ❤❤❤

  • @zebibtesfay7954
    @zebibtesfay7954 2 หลายเดือนก่อน +66

    Ane zehzneni bzey mrchom zteweledu kolut gday ykonu mhlawom uffff 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭kulu gedifna ndekna nnber please 😭😭😭😭

    • @tirhasmogos9273
      @tirhasmogos9273 2 หลายเดือนก่อน +2

      Nay behaki 😢😢😢😢

    • @mikeasse5200
      @mikeasse5200 2 หลายเดือนก่อน +3

      Yes my I feel sad for most Eritrean kids 😢 they are going through so much trauma in their life 😢😢😢

    • @hizbawit
      @hizbawit 2 หลายเดือนก่อน +5

      Nay behaki. Gin abotat Eritreawyan selemtay iyom halafnet dekom. Zeywesdu. Ade hamima tela eti kola kemewet alwo?

    • @fiomorichannel1311
      @fiomorichannel1311 2 หลายเดือนก่อน

      Nay bhaki 😢mesakin kolut 😢

    • @fiomorichannel1311
      @fiomorichannel1311 2 หลายเดือนก่อน

      Kab 10 nweld hiwetna aynekedm foo😢

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 3 หลายเดือนก่อน +131

    መጀመርያ ነብስኽን ደቅኽን ገዲፍኪ ኣይትሓውሊ ካላኣይ ደድሕሪ ሰብኣይ ኣይትኺዲ ተመሃሪ ሕጂ ከማን ከየጥንሱኺ ነብስኺ ሓልዊ ከይትደናገሪ ተወሊድካ ኣብርአሲ ደቅኻ ሓዳር ዝገብረልካ ሓበሻ የለን ።አቦታት ደቃ ኸኣ ሓግዝዋ ንደቅኹም ክትብሉ።

    • @tirhasmogos9273
      @tirhasmogos9273 2 หลายเดือนก่อน +2

      Smart

    • @tsihaaraya8036
      @tsihaaraya8036 2 หลายเดือนก่อน

      Yeah abzi enhele zereba​@@tirhasmogos9273

    • @mbraql427
      @mbraql427 2 หลายเดือนก่อน +4

      ጸሎት ግበሪ እግዚኣቢሄር ጥበብ ክህበኪ እዩ :: ኣጆኺ ንሓያል ካብኡ ናብ ዝሕይል ተጸጊዕካ ኢኻ ትስዕሮ ተስፋኺ ኣብ ኣምላኽ ግበሪ መጽሓፍ ቁዱስ ኣንብቢ ::
      ጠንካራ ሓላፍነታዊት ኣደ ኴንኪ ኣርእይዬም ክመልሱልኪ እዬም ኣጆኺ

    • @mizanteklab1718
      @mizanteklab1718 2 หลายเดือนก่อน +1

      Haki ❤

    • @semereandebrehan1836
      @semereandebrehan1836 2 หลายเดือนก่อน +2

      Nesekie wen shkoreni

  • @aronunited
    @aronunited 2 หลายเดือนก่อน +25

    tiktok ክትርኢ ኢያ ደቃ ወሲደሙላ ርግጸኛ የ ኣዋልድ ካብዚ ተመሃራ
    ኣነ ናይ ሓፍትና ዘረባ ኣይኣመንክዎን

    • @BlesssedDay
      @BlesssedDay 2 หลายเดือนก่อน +3

      ኣነኾ እዚ ናይ ኤሮፖ ኣገባባት ናይ ቆልዓ ምዉሳድ ይኹን ካልእ ኣይፍልጦ የብለይን ኣብ ዘረብኣ ገን ገለ ዘየእምን ነገር ኣሎ ኣበስ በጃ ካናዳ ይብል ኣለኹ ኣብዚ ደቂኻ ብጽፍርኻ ኢካ ትዕቢ ዝሕደግ ዉላድ ከኣ የለን maybe 3 times ናይ ሓዊ ምንዳድ ሓደጋ ተተጊሩ እዬም ዝወስድዎ

    • @salamawitdaniel3006
      @salamawitdaniel3006 2 หลายเดือนก่อน

      Ab Kunat zeyweale belih ...Seb shegiruni teeilu tkeel wey tfelt tekonqa mhgaz aykonenn Ab zeywealkalu ayfredin. fetena nay zealem bzkone mengedi kegatim ykeel eyu 😕...Haftey wludki ab edki yekubelki fetena bwlad kebid ti zkefee fetena eyu . Egzeabher yhagzki kalee atin awald nebskin akba. atum halafnet zeysmeakum awedat kea gunufat foee. 😔 lbka nwedi tebaetay mkflat malet ab mdry Alem keleqa gehanebsat metaw malet u. Zkonet Eritrawit gual nebsna thalu, résa tekbir sdet waza aykonen temahira b economi ykun bklumlu nnebsikin ngsty gberea aykonenn nezom denakur sqq eilkin tkfeta tkonkin abeaa trekbea😕☝️.

    • @eru5343
      @eru5343 2 หลายเดือนก่อน +2

      @@salamawitdaniel3006 የስ ናይ ብሓቂ እሞ ናይ ሓበሻ ቖልዑ ቅሩብ ውዕይ ዝበሉ ኢዪም ዝበዝሑ ዓቅልን ሓይልን የድልየካ ኢዩ ዝበዝሓ ብዘይ ኣቦ ኢየን ዘዕብይኦም ስለዚ ናይ ግድን ዝኮነ ሽግር ከጋጥም ኩሉ ሓላፍነት ናብኣ ኮይኑ ኣወዳትና ክኣ ወሊዱ እንዲዩ ኣልዎ ቆልዑ ክብሃሉ ጥራይ ኢዮም ዝወልዱ ከዕብይዎም ግን ኣይደልዩን ኢዮም ስለዚ ንሕና እተን ኣዋልድ ንጠንቀቅ ተቀዳዲምና ብዙሓት ቆልዑ ኣይንውለድ ኣብ 1ይ ቆልዓ ክንለልዮ ንክእል ኢና ሓላፍነታዊ ዲዩ ኣይኮነን ወይ ውን ካብ መን ንወልድ ንፍለጥ ቆልዑ ግዳይ ይኮኑ ኣለው

    • @asmeretdaniel9911
      @asmeretdaniel9911 2 หลายเดือนก่อน

      Eway ab kinat zeywale belh

  • @kidanetesfalem4062
    @kidanetesfalem4062 2 หลายเดือนก่อน +16

    አምላኽ ጽላሉ የምብረልኪ አጆኺ ጆሲ ነዓኻ ኸአ በቲ ነህዝብኻ እትገብሮ አበርክቶ አምላኽ ዓስቢ ይሃብካ በረከት ይውሓዞ ንቤትካ 🙏🙏🙏

  • @almazabraha8450
    @almazabraha8450 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ajoki zihaftey Amlak misaki yikun🙏🙏🙏

  • @Spatolina
    @Spatolina 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ajoki hafte natey zghabher allo khmhshwom Lyon ajoki 🙏🏻🙏🏻❤

  • @anmeb6220
    @anmeb6220 2 หลายเดือนก่อน +9

    እዞም ትጸርፍዋ ዘለኹም፣ ኩነታታ ናይ ምርዳእ ዓቅምን፣ ፍልጠትን፣ ክእለትን ስለዘይብልኩም ኣይተሓዘኩምን እዩ። መጀመርያ እዛ ጓልና ድያ ሓብትና ፣ ብዘይ ዝኾነ ጸገም ቆላዓ ከሕድግዋ ኣይክእሉን እንድዮም መቸም። ኮይኑ ግን እዛ ሓብትና፣ ብኸመይ ዓብያ፣ እንታይ ዓይነት ሰብኣይ እዩ ኔርዋ፣ ክትጽሎ ግድን እዩ። ክትህብ እንተኾይንካ ክትወሃብ ኣለካ። ኣብ ሓዳር ግን ጎዲምን በሊሕን ተዋሲብካ፣ ኣጋጭው ኣጋጭው ኣቢልካ ኩልኻ ክትበልሕ ይከኣል ነይሩ። እዚ ኣብ መብዛሕትኦም ደቂ ዓድና እንርእዮን ንሰምዖን ዘለና ግን፣ ሽግር ምስ ዘጋጥም፣ ኣብ ክንዲ ምስ ፍልልያትካ ተኸባቢርካ ሃጓፍ ቆልዓ ምምላእ፣ ኣርሒቅካ ብምህዳም እቲ ጸገም ንኣደ ጠንጢንካ፣ ትኸይድ እሞ፣ እታ ኣደ ኣብ ከምዚ ዓይነት ጸገም ምስ እትኣቱ ድማ ኩልኻ እምኒ ብምድርባይ፣ ድንቁርናኻ ጎሊሑ ክርአ ትገብር ፍጡር ኢኻ። ኣብ ስደት ኮይንካ፣ ኣይኮነንዶ በይንኻ፣ ክልቴኻ ኮይንካ ከማን ዝከኣል ኣይኮነ። ሰብኣይ ክገብሮ ዝግባእ፣ ብሓንሳብ ምንባር ግድን ኣይኮነን። ኣብ ግዜ ፍትሕ፣ ህልኽ ገዲፉ፣ ኣብ ከባቢ ደቁ ኮይኑ ሃጓፍ ምምላእ፣ ንነገራት ተጋፊጡ ፣ ጥዕና ዘለዎም ውላድ ኣብ ምህናጽ ኣበርክቶ ክገብር ግቡኡ እዩ። እዞም ቆልዑ ብሓላፍነት እዩ ናብዛ መሬት ኣምጺእዎም። ሰብኣይ ደቁ ብመንዮም ዘይፍለጡ ሰባት፣ ክዓብዩ ከፍቅድ ከመይ ጌሩ ይገብረሉ። እዚ እኮ ሕንከት እዩ። በጃኹም ሃደምቲ ኣይትኹኑ። ንነገራት ምግፋጥ ልመዱ። ንውላድኩም ዋጋ ክፈሉ። ኣይትተሃላለኹ። ካብ ከባቢ ደቅኹም ኣይትርሓቁ። ተፈላሊኻ እውን ብምሕዝነት፣ ብፍቅሪ፣ ብምክብባር ብዛዕባ ደቅኻ ሓቢርካ ክትሰርሕ ከምዝከኣል ተመሃሩ። በዓልቲ ቤትካ ዓቅሚ እንድሕር ሓጺርዋ እውን፣ ኣለኹ ብምባል ንደቅኻ 100% ባዕልኻ ክትኣልዮም ይከኣል እዩ። ነቶም ደቅኻ እውን ጥዕና ዘለዋ ኣደ ስለ እተድልዮም፣ ክትሕግዛ ኣምላክ ዝፈትዎ ስራሕ እዩ። ዓስብኻ ድማ ብደቅኻ ክትፍደ ኢኻ።

  • @RieseHagez
    @RieseHagez 2 หลายเดือนก่อน +20

    ኣብ ከባቢኣ ዘለኹም ቛንቛ ትኽእሉ ሓግዝዋ ጠበቛ ትግበር ኣቦታት ደቃ ናይ ደቆም ወጻኢታት የሓግዝዋ።

    • @samrawittesfamichael8134
      @samrawittesfamichael8134 2 หลายเดือนก่อน +2

      Nsu enteda srah alewom koynu eti genzeb gdn eyom kkeflwa mnalbat srah entda zeyblom konom ka ketema gdn eya thgza naa kulu hade eyu gn ab godna koynom eti zedlya meseretawi negerat kgebrula gn xbuq mnalbat nsa Sean zemakra wn zterfa bzuh khlu sle zkel

    • @sabasabina5346
      @sabasabina5346 2 หลายเดือนก่อน

      @@RieseHagez ካብ ክልተ ውለድ ከይ ትሕጎስ ዝብልምስላ ሓቒ ኢዩ።እግዚኣቢሄር ብተኣምር ይሓግዛ።

  • @taflawedigash6831
    @taflawedigash6831 2 หลายเดือนก่อน +25

    ኣነ እዚ ትብሎ ዘላ ዘረባ ዋላ ደስ ኣይበለን ።

    • @MerhawitIsaak
      @MerhawitIsaak 2 หลายเดือนก่อน

      Nay bhaqi ttelmon ako eya nera werhawi

    • @zebibbeyene
      @zebibbeyene 2 หลายเดือนก่อน +1

      Nikulatna aytewahtelnan.

    • @Desertflower-k6z
      @Desertflower-k6z 2 หลายเดือนก่อน +1

      ምሳኻ ኣለኹ

  • @maekelekahsay3238
    @maekelekahsay3238 2 หลายเดือนก่อน +6

    ኣብ ጀርመን ዳርጋ ኩሉ ሰብ መሰል ዑቅባ ረኺቡ ካብ ካምፕ ድዩ ወይስ ካብ ሃይም ናቱ ገዛ ረኺቡ ክወጽእ እንከሎ እግሪ መትከሊ ን ኣቁሑት ገዛ ዝኸውን ዝተወሰነ ገንዘብ ይውሃብ ኢዩ። ብዝሒ ትውሃቦ ገንዘብ ካብ ዞባ ናብ ዞባ ይፈላለ ይኸውን እምበር ነተን መሰረታውያን ኣቁሑት ገዛ ከግዝኣካ ዝኽእል ገንዘብ ትውሃብ ኢኻ። ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ጥንሲ ሃልይዋ ቅድሚ ምሕራሳ እኹል ኣታዊ እንተ ዘይብላ ካብ ጆብ ሰንተርን ( Jobcenter ) ብተወሳኺ ክኣ ካብ ድያኮኒ (Diakonie ) ወይ ካብ ካሪታስ ( Caritas ) ንመቀበል ቆልዓ ዝኸውን፡ ንኽዳኑ፡ ን ዓራት ቆልዓ፡ ን ጅሮሎ ቆልዓ፡ ንመግቢ ሓራስ ዝኸውን ሓገዝ ኣመልኪታ ክትረክብ ትኽእል ኢያ። ድሕሪ እዚ ድሕሪ ምሕራሳ እታ ጓል ኣንስተይቲ ትሰርሕ እንተ ነይራ ካብ ኣገንቱር ፎር (Agentur für Arbeit) ናይ ግዜ ሕርሲ ክፍሊት ( Elterngeld )ዘይትሰርሕ እንተ ነይራ ክኣ ካብ ጆብሰንተር ( Jobcenter ) ናይ ኣደ ክፍሊት ( Muttergeld )ን ከባቢ 14 ኣዋርሕ ትኽፈል ኢያ። እቶም ቆልዑ ውን ምስ ተወለዱ ካብታ ዝተወለዱላ ወርሒ ክሳዕ መበል 18 ዓመቶም፡ ትምህርቲ እንተ ዘይወዲኦም ክኣ ክሳዕ 25 ዓመቶም ነተን ናይ ወርሒ መሰረታውያን ንመዕበይኦም ዘድልይኦም ጠለባት ዝሽፍን ወጻኢታት ወርሓዊ ኩሉ ወላዲ ሃብታም ይኹን ድኻ፡ ስራሕ ይሃልዎ ኣይሃልዎ፡ ስደተኛ ይኹን ወዲ ዓዲ ናይ ቆልዑ ገንዘብ ( Kindergeld ) ይቅበል ኢዪ። ኣብ ርእሲ እዚ ናይ ቆልዓ ምሉእ ናይ መውኣለ ህጻናት ወጻኢታቱ ብ መንግስቲ ይሽፈን። ወላዲ ደሞዙ ትሑት ምስ ዝኸውን ተወሳኺ ናይ ቆልዓ ሓገዝ (Kinderzuschlag )ወርሓዊ ንሓደ ቆልዓ ብሕሳብ 240 ኤውሮ ክቅበል ይኽእል። ኣብ ርእሲ እዚ ቆልዑ ኣብ እኹል ስፍሓትን መደቀስን ዘለዎ መንበሪ ክዓብዩ ስለ ዘለዎም ንገዛ ክራይ መንግስቲ ተወሳኺ ሓገዝ ( Wohngeld ) ይገብር ኢዩ።
    ኣብዚ ናይዛ ሓፍትና ክንምለስ
    መንግስቲ ድሕሩ እዚ ኩሉ ሓገዝ ምግባሩ
    ኣብ ጀርመን ሓደ ቆልዓ ዘለዎ ገዛ፡ ግድን ናይ ቆልዓ መደቀሲ ዓራት፡ ኮፍ ኢሉ ዝምገበሉ ሴዳን ጣውላን፡ ( ሳሎንን ሶፋን ግድን ኣይኮነን ) መግቢ ዝስርሓሉ ኦቨን ምስ ድስቲን ካልእ መሳርሕን፡ መግቢ ዝዕቀበሉ ፍርጅ፡ ኣርማድዮ፡ እኹል ናይ ዊንተር ናይ ቆሪን ናይ ሳመር ሙቀትን ክዳውንቲ፡ ናይ ለይቲ ክዳን፡ እኹል መንጸፍ ለይቲ ክህልዎ ኣለዎ። መንግስቲ ፍርጅካ ዓብዩን ንኢሱን ኣይብልን ኢዩ። ከም ሓቂ ከማን ጀርመናውያን ኣዝዩ ንእሽቶ ፍርጅ ኢዮም ዝጥቀሙ። ከም ካልኦት ሃገራት ዓቢ ፍርጅ ኣብ ጀርመን ልሙድ ኣይኮነን።
    መንግስቲ ወርሓዊ ክንድዚ ገንዘብ ሓጊዝካ ብዘይ ፍርጅ ክትጸንሖ ከለኻ፡ መጠንቀቅታ ሂብካ ውን ከይትዓረኻ ክትጸንሕ ከለኻ ደቅኻ ምሕዳግ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ክዳጉነካ ኢዩ ዝግባእ።
    ካልእ እንድሕር ወሊድካ
    እሞ ትሰርሕ እንተ ኾንካ ደቅኻ ክውሰዱ መጠንቀቅታ ተዋሂቦን ዋላ ምስታ ኣዲኦም ተፈላለ ንሓደ ዝሰርሕ ሰብኣይ እዘን ንዛረበለን ዘለና ምሉእ ኣቅሑት ገዛ ንምግዛእ በቲ ዝትሓተ ዶሞዝ ናይ ጀርመን እንተ ሓሲብናዮ ከማን ንሓደ ዝሰርሕ ሰብኣይ እንተ በዝሐ ናይ ሓደ ወርሒ ደሞዙ ኢየን።

    • @asmeraroyalcafe
      @asmeraroyalcafe 2 หลายเดือนก่อน +2

      ጸቡቅ ኣለካ አዚ ዘገለስኻዮ ኣብ ኹሉ eroupe ዳርጋ ተመሳስሊ አዩ... አዛ ጋል ግን አቲ ተቐበሎ ገንዘብ ወይ ብሓዋላ ጠፊኡ ኣሎ ወይ ውን ወልፍታት ይሑሉዋ ይኸወን አምበር ብዘይ ዘኾነ ነገር ደቃ ኣይመንጥልዋን አዮም.

    • @helentesfamariam8885
      @helentesfamariam8885 2 หลายเดือนก่อน

      Xebuk alka gn abzea heji am mejmrta ayflton neresn bewgney abzi ms mexki 6 werehi bezey genzeb ab hayem kof ablomni bezey genzeb ms qulea kulu deheray ey felteyo eti hagez ms halfe gn eza haftna be raten ketkefel tekeil nera eya

    • @GetanoGhadey
      @GetanoGhadey หลายเดือนก่อน +1

      ሓበሻ መጀመርታ ሕጊ ናይ ዘለዎ ሃገር ኣይ ክተልን ኢዩ ጀርመን ናይ ሕጊ ሃገር ኢያ ኩሉ ከኣ ብወረቀትን ብቆጸራን info ኢዩ እዚ ተዘይ ተከቲልካ ኣብ ሽግር ትኣቱ እዛ ሓፍትና ከኣ ዝመጻ ገንዘብ ትሕውሎ ነይራ ትከውን ናብ ስድርኣ ኣብዚ ሽግር ወዲቃ ዘላ ሕጂ

  • @tesfa4514
    @tesfa4514 2 หลายเดือนก่อน +14

    Something is not right, they don't take children away just because you don't have a fridge

    • @samuelsaari671
      @samuelsaari671 หลายเดือนก่อน

      something fishy is going on, I don't think they take children into custody because there is no closet.

  • @bisratmeharihagos7432
    @bisratmeharihagos7432 2 หลายเดือนก่อน +7

    Ajoki zhaftey meareyy amlak alo 🙏🙏🙏

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
    @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 2 หลายเดือนก่อน +9

    ጓል ትረኽቦ ንአሽተያ ዘይምፍላጥ ንአስነት ካልአውን ኣታዓባብያና ገለ ኣብ ሩኹብ ስድራቤት ገለ ብድኽነት ምስ ምቅይያር ሂወት ሕማቅ ኣይትዛረቡ ተኺኢልኩም ካብ ብገንዘብ ብኣካል ሓፍዝዋ ስደት ረሳሕዩ ❤🙏🇪🇷💪 ደቂ ኤረይ ብፍላይ ብቀረባ ትረኽብዋ ጆሲ ሕግዛ🙏

    • @Kiku-ec3xt
      @Kiku-ec3xt 2 หลายเดือนก่อน

      26 neashtey kemey dyy😮😮

  • @aberahaile3167
    @aberahaile3167 2 หลายเดือนก่อน +5

    Ajoki amlaki misaki alo habitey halaley ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @elsaberhe3671
    @elsaberhe3671 3 หลายเดือนก่อน +24

    ኣብ ባንካ ሞ ሓገዝ ክኣትዋ የብሉን ሽግር ከይመጻ

  • @MuzitAbrhale
    @MuzitAbrhale 3 หลายเดือนก่อน +6

    Ajoki Haftey marey Amlak xlalu yenbrelki ❤❤❤

  • @ዓወትናግድንዩብርጌደይ
    @ዓወትናግድንዩብርጌደይ 2 หลายเดือนก่อน +3

    መለበም ኣይትኹን መለበም ኣይኽላእካ😢😢🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤💙💙💙💙⛪⛪⛪⛪ካብዛ ሓብትና ተማሂርና ክትሕግዝዋ ትኽእሉ ከኣ ሓግዝዋ ብሩኻት ሓላፍነት ደቕኻ ቅድሚ ሓወላ ምስራዕ is the best

  • @zetamful
    @zetamful 2 หลายเดือนก่อน +8

    Language is serious issue you have to learn hard . You are yong if you want to live in Germany. You are responsible for you kids. If you don’t speak German you can’t not get any job even cleaning. Life is not a joke.

  • @abrahamkidane-th6oi
    @abrahamkidane-th6oi 3 หลายเดือนก่อน +3

    Good job Josiais our brother in Eritreans people keep it up

  • @ሰላመለኪድንግል
    @ሰላመለኪድንግል 2 หลายเดือนก่อน +16

    ሻሎም ጆሲ ናይብሃቂ ዘህዝን በጃኹም ንሓግዛ ኣብ ጀርመን ኣለኹ ብሓቂ ዓቅመይ ክህግዘኪ እየ ነዚያ እንተማሊእናያ ደቃ ክትእክብ ትኽእል ኣብ ቀረባ እያ ዘላ በጃኹም ❤❤

    • @gaulmokieerey263
      @gaulmokieerey263 2 หลายเดือนก่อน +1

      Eway tebarek bejaka hagiza zhawey kebdey beliatni beka uffff ade trekibo

    • @hizbawit
      @hizbawit 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@ሰላመለኪድንግል genzeb hagezeni iya teblka zela ember dekey aybeltin. Deka tetedeli eti bet ferdi zehaba wereket abzi temsayo mo kenhegeza. Nesa gin tehsu iya zela.

    • @million1661
      @million1661 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@hizbawit 💯

    • @Desertflower-k6z
      @Desertflower-k6z 2 หลายเดือนก่อน

      @@hizbawitብሓቂ

  • @zebibselemon5972
    @zebibselemon5972 2 หลายเดือนก่อน +2

    ajoki zhafety Mearey Amelak meski yakuean 🙏🙏🙏 qaeki yamesaleki Fetari

  • @DejenTesfazgi-f6m
    @DejenTesfazgi-f6m 2 หลายเดือนก่อน +4

    Selam josi bmejemerta kexlo xbuk
    Stah kexile Ane memakerkwa
    Sle zegatmeni kola thadige aleku

  • @ta-sy6up
    @ta-sy6up 3 หลายเดือนก่อน +13

    እቶም አቦታተን ንደቃ ዘይሕግዝዋ ስለምንታይ ?ናይ ንብረት ዝገዘአኣቶ ለሚንካ ክኽፈል ወይ ጉዳም😮😮

    • @adriana3856
      @adriana3856 2 หลายเดือนก่อน

      @@ta-sy6up we most Avoid lying to ourselfs You can lie to anyone else, but not too yourself. Our lives improve only when we are true to ourselves. Why are this women having baby they cant be a mother for?? Mehferat temlisen ka yelemna.🤕

  • @brhinchige3752
    @brhinchige3752 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣጆኺ ኩሉ ናይ ገዛኺ ጹሩይ ክኸዉን ኣለዎ ገዛ ገዛ ከይደን የን ዝካታተላ ሕጂ ዉን ይካታተላኽይ ኣለዋ ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን 🙏

  • @rhstishmangus804
    @rhstishmangus804 2 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኺ ዝሓፍተይ እግዝኣብሔር ደቅኺ ይምለሰልኪ
    + ጾሎት ግበሪ
    +ቋንቋ ተማሃሪ

  • @salamawitdaniel3006
    @salamawitdaniel3006 2 หลายเดือนก่อน +1

    Haftey Egzeabher yewghalki🙏🙏🙏❤️😔.

  • @DawitSolo-n5y
    @DawitSolo-n5y 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ajoki haftey natey ❤

  • @kuduskibreab9099
    @kuduskibreab9099 2 หลายเดือนก่อน +26

    ኣነ ዝገርመኒ ኣቦታት ደቃ ኣብ ጀርመን ኣለዉ እሞ ከኣ 3000 ሽሕ ምናልባት ሓሚማ ልዕሊ ኣቂማ ተዝከውንን ኩሉ ክሕግዛ ጽብቅ ግን ነዚ ሓገዚ ገንዘብ ዝብል ፈጺመ ኣይቅበሎንን እየ ኣነ ኣቦ ጋላ ዋላ ኣይስራሕ ተለቂሑ ክከፍሎ ይካል እዩ በጃኩም እዚ ህዝቢ ካልእ ጸገም የኣክሎ እንተ ኣቲ ናይ ደቃምምላስንን ካልእኒ ግን ከምዙ ዘጋጠመኩም ወይ ኣፍልጦ ዘለኩም ሰባት ክትሕግዝዎ ለቦዋይ የብጽሒ

    • @MM-py1pm
      @MM-py1pm 2 หลายเดือนก่อน

      Entay amsilu eyu nsa zeteadyto abu gule zekfelala

    • @zebibbeyene
      @zebibbeyene 2 หลายเดือนก่อน

      absoluut xibuk zereba

    • @Desertflower-k6z
      @Desertflower-k6z 2 หลายเดือนก่อน

      ገሪሙና እኮ 🤔 ኮፍ በል ክብለጸልካ ድዮም ዝብሉ 😅

  • @sidetkertet6545
    @sidetkertet6545 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ajoki bertie kitserhi win fetni, meniesey ayliminin eyu ewae , deqiki xierki amlisiyen , be strong

  • @Nebyat-dp2fi
    @Nebyat-dp2fi 2 หลายเดือนก่อน +1

    Eway ahiwatey miarey Egziabiher misiom yikun Egziabiher zsiano yelen emo dekiki nab hukufuki yimileseliki fetari kulu alem

  • @meleyhailemeley2964
    @meleyhailemeley2964 2 หลายเดือนก่อน +2

    Seb konkav gega alo yegatem eyu . Entekone bejaki temhari Sarah wn jemri keamnulki zekone lawti hesabi . Neski Ada sele zekonki bejaki kedamenet newladki enberi hayati bejaki .egzabher amlk mesaki yekun.❤😢

  • @zemkielokubey2492
    @zemkielokubey2492 3 หลายเดือนก่อน +4

    Kemzi tebelo zela tewetsia eya eza habetena.
    Gen Josi hawey befelay abeza nay lekah zebeleta gen ayagebekulan zeleku malet kendezi zeakel lekah gen eta chebeti tebelo zela do ketreyo josi mo temelesena akemena kenhegeza ❤

    • @sammiku5970
      @sammiku5970 2 หลายเดือนก่อน

      Atawi deyblka bkemey yelekhuka?

  • @asmeretdaniel9911
    @asmeretdaniel9911 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኪ ዮርዳ ሃፍተይ ኣምላክ ምሳኪ የኩን

  • @AsmeretWeldigabrielAndom
    @AsmeretWeldigabrielAndom 2 หลายเดือนก่อน +5

    Eway hafteyyy Ajoki zhaftey

  • @adiamyemane9585
    @adiamyemane9585 2 หลายเดือนก่อน +5

    Logobedie ❤❤❤

  • @yoditlamek4887
    @yoditlamek4887 2 หลายเดือนก่อน

    Betami zehizen u ajoke haftey behaki higez yedlya alwo hilfnat dekom keskmu kedfmon yekdu nedkom elom zenbru😢

  • @ShewitGebrhiwet
    @ShewitGebrhiwet 2 หลายเดือนก่อน +1

    Eway haftey Ajoki shafted Amlak alo zyaday❤❤❤❤

  • @Mussie5
    @Mussie5 2 หลายเดือนก่อน +2

    Amlak yehagzki haftey 😢😢😢

  • @ER-gx5pl
    @ER-gx5pl 2 หลายเดือนก่อน +5

    ኣካይዳኪ ኣጸብቂ ኣይትሃፍሪ ኣብ ጀርመን ኮንኪ እሞ ከኣኣቦኢን ኣብ ጀርመን ኣቦታተን ኣብ ጀርመን ዘሎዉ ሃገዝ ትሓቲ

  • @MomoMomo-r3g
    @MomoMomo-r3g 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብሕጸረት ቃንቃ ኢየም ወስደሙላ ዘለው

  • @FthawiHaileZewde-qe3zp
    @FthawiHaileZewde-qe3zp 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ajoke haftey marey

  • @SinitChemlaq-uz4jh
    @SinitChemlaq-uz4jh 2 หลายเดือนก่อน +5

    Salsay qolea kytmxei hji kab salsay sebeay kdim hiwetki astakli😢wey melakeli tnsi teqemi hwket

  • @asmeraroyalcafe
    @asmeraroyalcafe 3 หลายเดือนก่อน +18

    ግን አንታይ አዩ አቲ ጸገም ንሓበሻ ኣዋልድ ጥራይ ደቀን ዘሕድጉወን ወይ ንኹሉ ኣብ eroupe ዘነበር ሰብ አዮም ዘሕድጉዎ ከመይ አዩ?
    ድሓር መጀመርታ ዘይተመሃራ ቃንቃ ሞያ ግለ ዘይትግበራ ካብ ኣብ ርእሲ ርእሲ ትወልዳ ኣበይ ከይከድክን አዩ ቖልዓ ምውላድ ደድሕሪ ሰበኣይ ካብ ምኻድ ሸጥ አልክን ደቕኽን አንዳ ኣዕብኽን ዘይተምሓራ 😢😢😢

    • @ዓወትነቲውፅዕህዝበይ
      @ዓወትነቲውፅዕህዝበይ 3 หลายเดือนก่อน +8

      ቋንቋ ስራሕ ትምህርቲ ምስ ቆልዑት ምሕዳግ ዘራኽብ የብሉን።ኣብ ጀርመን ከኣሞ ከይ ኣረጋገጹ ከምተን ካልኦት ሃገራት ብቤላቤሎ ቆልዓ ኣየሕድጉኻን።ዋላ ጎዶሎ ተለካ ይመኽሩኻ ዕድል ይህቡኻ ክሕግዙኻ ድማ ይፍትኑ ምስማዕ ተኣቢኻ ግን ብዕድሉ ይዓቢ ዝበሃል ምስላ ምስኦም ኣይሰርሕን።ዝበዝሓ ሓበሻ ድማ ለይቲ ምስ ቲክቶክ ይሓድራ ቐትሪ ቆልዑት ካብ ትምህርቲ ካብ መግቢ ኮታስ ካብ ብዙሕ ነገር ኣብኪርርን ደቂሰን ይውዕላሞ ሽዑ የሕዲጎምና ኢልካ ኛርርርርርር😅

    • @eritreatibarekx4013
      @eritreatibarekx4013 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@ዓወትነቲውፅዕህዝበይሰብ አብ ሽወደን ከማን ቆልዐ የዕቢ አሎ። ነቲ ቆልዐ ኩሉ እንዳገበርካሉ፡ ሐደ ምዐልቲ ኮርዮ ማማ ሃሪማትኒ ተይልዎም፡ ነቲ ቆልዐ ኢዮም ዝሰምዑ።ገነ ኪንደርጋርደን ክጅምሩ ከለዊ ከመይ ገሮም ፖሊስ ይድውሉ ኢዮም ዝምህርዎም። እዛ ዘረባአ ሱሳስ አላታ።

    • @ዓወትነቲውፅዕህዝበይ
      @ዓወትነቲውፅዕህዝበይ 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@eritreatibarekx4013ሽወደን ደኣ ኣይኮነን ሃሪምካዮም ዋላ ተደጋጋሚ መደቀሲ መድሓኒት ትወስድ እንተኾይንካ እኳ እዮም ዘሕድጉኻ።ጀርመን ግን ገዛኻ ከይረኣዩ ኩነታትካ ከይተዓዘቡ ፍጹም ቆልዑት ኣየሕድጉኻን ደሓር ድማ ዝገረመንስ ጓል 26 ዓመትስ ንእሽተይ ኢየያ😅

  • @tesfaalemyemane4538
    @tesfaalemyemane4538 2 หลายเดือนก่อน

    Josy hawey selam kemey kenika ane tesfalem kab turky eye zxhfelka zeleku ab turky buzuhat eritreaian ab asrbet yesakywom alewu pasportkum amxoa anatebahale nhna eritrawian kab africa bfek pasporti ena nmexaa slezy dport nkgebrwom pasportkum amxa yblwom alewu bejakum amakuruna antay kemangebr harbitna dewleley bejaka

  • @FanaTewelde-i5e
    @FanaTewelde-i5e 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ajoki haftey Amlak xlalu yenbrelki

  • @busy_boy2
    @busy_boy2 2 หลายเดือนก่อน +1

    Nice job jossy

  • @mossaf8811
    @mossaf8811 2 หลายเดือนก่อน +3

    Tserah alo netom aweu delewu eritrawian heteti

  • @LidyaShimendi-t4u
    @LidyaShimendi-t4u 3 หลายเดือนก่อน +3

    Ewayyy habtey Amlak dekki ymleselki weladi kab wladu kfle kebid u😢

  • @Humanrightchannel
    @Humanrightchannel 3 หลายเดือนก่อน +8

    Ajokhi Zyaday ❤❤❤❤❤ khalf eyu

  • @luwamisak9168
    @luwamisak9168 3 หลายเดือนก่อน +2

    Ajoki haftey egzabher yhagziki ja eza nay mframiea kea tetenkeki haftey 🙏🙏🙏🥰

  • @FortunaNegash
    @FortunaNegash 2 หลายเดือนก่อน +3

    Amlaky aboy deqae nabza beta behaylka melesela

  • @selam7555
    @selam7555 2 หลายเดือนก่อน

    Bisim yesus egziabiher yifredelki.

  • @selamkiflemariam3706
    @selamkiflemariam3706 2 หลายเดือนก่อน +1

    Aamlak mis deqkiy yeaakakbekiy amebrhan Ada tenbrerkiy

  • @bisrathaile9980
    @bisrathaile9980 2 หลายเดือนก่อน +5

    Kab sebaay nab sebaay kitzeli abey keterkiblu timhrtin sirahn Eritrawi ni kemey aynet seb kem zihgiz yefelit eyu hiji wn nayten koleut hasibki aykonkin mefeleli genzeb eki deliki kab gegaki temahrki hiwetki astekakili

  • @Meri-h2b
    @Meri-h2b 2 หลายเดือนก่อน

    Selam kubur hawena btaemi iye btgebro zednkeka abzia kbla zdeli nhna abzi dekna welidna zeebena ina ezi tblo zela zeyemen iyu kale entelo thabrena frij nisatki ilom deka kwrsdula aykelun iyom enteda atmiyatom zeytalijom koyna iyom zwesfula warum haben sie Chance gegeben müssen wir das wissen

  • @gaulmokieerey263
    @gaulmokieerey263 2 หลายเดือนก่อน

    Eway haftey ajoki mearey Egziabher alo

  • @helenberekt3774
    @helenberekt3774 2 หลายเดือนก่อน

    Haftey dekiki eigizabher amlak yhagzki biselam ymelsiu 🙏ab Europa zelkin yhwatin bitamiy tebalshkin eikn kibleki zedlku qoleu gedfkin foqodo eindgelemel tizera dekikin gize haboeom diletom amlalom balgezakin (sebayikn akibra)

  • @selam7555
    @selam7555 2 หลายเดือนก่อน

    Eta freezers minalbat resiha keytikewin enber freezer gizie kemey yibluka?

  • @samrikidane1312
    @samrikidane1312 2 หลายเดือนก่อน +1

    Selame josias ety hagez nab nata Bank endeher ateyu kabey ametekeyu elum melesum kegadudula eyum

  • @adiamge2803
    @adiamge2803 2 หลายเดือนก่อน

    Agoki amlak misaki yukun bless you

  • @yo-yo2556
    @yo-yo2556 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ajoki za haftey dekiki yhkufki fetari
    Tmrti gn kitmahari aleki ajoki kihalf u kulu

  • @eritrealemlem7872
    @eritrealemlem7872 3 หลายเดือนก่อน +26

    ፈጺሙ ተቐባልነት ዘለዎ ዘረባ ኣይኮነን ዘረባኣ ወልደፍደፍ ትብል ቛንቛ ኣይክአልን ትብል ኣቑሑት ከመይ ገዚአክዮ አንተበልካያ ብዙሕ ኮለል ኣቢላትካ ጸኒሓ መብርሒታት ምስ ሃብካያ ኦንሊን ኢላትካ ከም ዝርዳኣኒ ከምኡ ኢለ አንተወጺአ ሓገዝ ክረክን ብምባል ኢያ

    • @awetabrham4438
      @awetabrham4438 3 หลายเดือนก่อน +4

      Felitkaya aleka kk

    • @ErkoDeriba
      @ErkoDeriba 2 หลายเดือนก่อน +3

      አቱም ሰባት ኩሉ ለማናይ ኮይኑ ዝሕገዛስ አብ ዉሽጢ ሀገር አሐዋ

    • @ErkoDeriba
      @ErkoDeriba 2 หลายเดือนก่อน +1

      ረዳኢ ዘይብለን ብዘይካ ደቅኽን አምጽአ ዘየእበኻዮ ስርአት መንደፍ

    • @rahwa7401
      @rahwa7401 2 หลายเดือนก่อน

      Yes 100%

    • @rahwa7401
      @rahwa7401 2 หลายเดือนก่อน

      Yes 100%

  • @titibrhane7796
    @titibrhane7796 3 หลายเดือนก่อน +3

    Amlak yhabki haftey wlad hsum

  • @wedikeren6264
    @wedikeren6264 2 หลายเดือนก่อน +2

    Sarah zeybla kemey geraka ab Bank Account seb ksedela? Dehar Jobcenter nieu belie kebewa eyom

  • @luwamfishaye4467
    @luwamfishaye4467 2 หลายเดือนก่อน

    Thank heway sela hebertka !
    Nay zau heftina gena qinqa iey kalni elatnai kemau gera dau online nabret gezau ?
    Gega zelwa koni tasimena , hiji gena farmi elomi kauti frimlomi , heway bamentau kirkbaku uakiali ? Heto narini zay heway!!!

  • @LuchiaLuchia-v1w
    @LuchiaLuchia-v1w 2 หลายเดือนก่อน

    Wulad nede tray dyu zmlket koynu bejakum eba dekkum aebyu deki tebaetyo ahwatey amlak yahagzki haftey natey 😮😮😮😮😮😮

  • @goitomgere
    @goitomgere 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ ደስ ኣይበለንን ዘረብኣ ማለት ንጹር ኣይኮነን ።ካልኣይ ኣቦ ሶጊክን ውሽማ ትመርጻ ክብረት ገዲፍክን ሕስረት ትመርጻ ነውራማት ሰረት ሕብረተሰብ ክንስኽን ሕብረተሰብ ተበላሽዋ ደናቁር።ግዝያዊ ርውየት ክትብላ ርውየት ፋሚሊ ትኮልፋ ንኩልኽን ኣይኮንኩን ብሉጻትን ኣደ ትኾና መሓዛ ትኾና ኣለኽን ክብሪ ንዓኽን። እተን ቆልዑ ወሲዶምለይ ተሓዲገ ትብላ ብዘይ ምኽንያ ኣይኮነን ከማን ላስት ውሳነ 'ዩ. መሳኪን ቆልዑ ግን ተበዲሎም።

  • @ኣነንንስኹምን
    @ኣነንንስኹምን 3 หลายเดือนก่อน +11

    ኪዲ ዋእ፡ ናይ ፍርጅ ስለ ዘይብልክን ኣይኮነን፡ ዓበድበድ ክትብላ ኢኽን ደቅኽን ትሕደጋ ዘለኽን፡ ሕማቕ😢

    • @mlateymlatey7059
      @mlateymlatey7059 2 หลายเดือนก่อน

      Xbuk aleka genzeb nay deka buzh eyom zhbiwa nbrt zey tgezo

  • @Temesgenfetari-yx1wn
    @Temesgenfetari-yx1wn 2 หลายเดือนก่อน +3

    Gegaki aminki karem aye ilki antethatyom xubuq ymesleni wesidemom ilki suq aytbeli tekarakryom meharuni deqey gn habunu belyom tearimki ke deqki yeabyi agziabher msaki ykun

    • @Ezgihareya
      @Ezgihareya 2 หลายเดือนก่อน +1

      Amen Amen Amen Egziabher xbuk yesmana

  • @asefawabreha2369
    @asefawabreha2369 2 หลายเดือนก่อน +3

    🌿 Logopädie ( speech therapy) 🌿 heißt das

  • @AbadiMilite
    @AbadiMilite 3 หลายเดือนก่อน +4

    Otto bgbue entezeykefilka Inkasso yetwka mo bhade ktgeflo thded eka

  • @adonay8279
    @adonay8279 3 หลายเดือนก่อน +4

    Kemey geru da abo galki msaki kiredade. Ab galkin. Gezakn kmzeyqrb. Gerkyo adeb geda zeytgebra kab hade nab hade. Ktnatera. Adededa chenqtn. Xegemn. Gerknom deqitebetyo. Emo dema wludkn tkesra

  • @koshimo2758
    @koshimo2758 2 หลายเดือนก่อน +2

    Kezab hasawit , kitizori qoliu atimikiyom wesidomo dima.
    hansab qanqa aykilin tibil , kemey geriki dea ,bi online gelen Kilikiyo?
    Zeyimen

    • @leibevater7928
      @leibevater7928 2 หลายเดือนก่อน

      sebat kgbrula ykelu

    • @mlateymlatey7059
      @mlateymlatey7059 2 หลายเดือนก่อน

      Ya hmak adea eya eza nay deka genzeb nab tgebro nera nberit zey bila

  • @Rahwa20156
    @Rahwa20156 2 หลายเดือนก่อน +4

    መጀመርያ ደቅኺ ብሰላም ይምለሰልኪ ግን ደቀይ ተወሲዶም ክትብላ ከለኽን እቲ ጌጋታት ንገራ ስቅ ኢሎም ወሲዶሙለይ ኢልክን ሰብ ኣይተሰንብዳ 🤔🤔🤔🤔

  • @Temesgenfetari-yx1wn
    @Temesgenfetari-yx1wn 2 หลายเดือนก่อน +2

    Akayda aykealkyon haftey gn ajoki online nbret ktgezi aytwiali genzebki kem sebki iki twesdi akaydaki armi sorry

  • @suadibrahim7957
    @suadibrahim7957 2 หลายเดือนก่อน

    Selam Josi heway ezia heftina meskineyti bizuh aflito yebilkan eye timesli eti ney koluot zibelato Therapie kia agedesi eye ab bizuhat eritrawyan eye gin zitehabebara sab yedliya ajoki zihaftay

  • @abrishsolomon8770
    @abrishsolomon8770 2 หลายเดือนก่อน +3

    Josi hawey mejemerya neti tgebro zeleka gemesgneka yfeto. Ab Germeny tebeka wesani eu tebeka kthz kemzelewa amakra eba

  • @Idferi525
    @Idferi525 2 หลายเดือนก่อน +5

    ሰብ ኩና ተኣረማ። ካብ ባህልኻ ምህዳም ምዕባለ ኣይኮነን። ኩሉ ባህሉ ምስሉ ኢዩ። ንስኽን ግን ኣይ ምስ ሰራሕተኛታት፡ ኣይ ምስ ምሁራት፡ ክትስዕስዓ ኣብ ቲክቶክ ትውዕላ፡ ፈቐዶ ናይ ሓበሻ ጸጉሪ፡ ሽፎን፡ ጥልፊ ገንዘቦም ክተባኽንኦ ትውዕላ ምሽ ኣለኽን።
    ኣብ ከባቢኽን ዝነብር ሰብ ዝገብሮ ግበራሎም። ናይ መን ቆልዓ ተወሲዱ እስከ? ንሶም ውላድ ምስ ስድርኡ ክዓቢ ኢዮም ዝመርጽዎ። ኣብ መወዳእታ ምስ በጽሐ ግን ንዝኽእሉ ይህብዎም።
    ኣንቲ ክንደይ ኢዩ እኮ ትገብራ ንስኽን። ሳግላ ብላዕ ኣይትቕላዕ ኢዩ።
    መሰልክንን ግዴታኽንን እቲ ትነብርኦ ሃገራት ፍለጣ/ ተምሃራ።

    • @seblemehari2817
      @seblemehari2817 2 หลายเดือนก่อน

      ፅቡቅ አለክን ምማሀር ፅቡቅ እንዲው ንነብስና ተማሂርና ምስመፃና አባይ እያ ትብሉና ኤርትራዊት ጋል አብዚ ስደት ዘይትረክቦ የብላን አብዚ ስደት

    • @Idferi525
      @Idferi525 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@seblemehari2817 ሰብለ ዓባይ ገለ ኣይኮነን ማዕረ ማዕረ ትርፊ ግዜኻ ክትገብሮ ትኽእል ጉዳያትን ትምህርትን ኣሎ።

  • @TeklemariamMogos
    @TeklemariamMogos หลายเดือนก่อน

    Atem koaleaat Aab fegoduAu Aya gedifetem tikeyid nera

  • @samsomtekle8270
    @samsomtekle8270 2 หลายเดือนก่อน

    Josi hawey be mejemerya selam kebleka yefetu be mekxal ezi nehzbna tegebro metebeban medegafen kemsegeneka yefetu eti zebleteka ab Deutschland buzuhe aynet therapie eu zelo nay kolut hagez nesu dema ezan eyen eten therapie, (Ergotherapie)(Heilpädagok)(Physiotherapie)(Logopidie)yebhal abzi Termin ezi shelel kenbel yeblenan kem weledi halafenetna ken sekem yegba eu bezkone ajoki zehaftey,

    • @eru5343
      @eru5343 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@samsomtekle8270 ያ ጽቡቅ ኣለካ ሎጎቤዲ ቃንቃ ብጣዓሚ ኢዩ ዝሕግዞም

  • @timnithabtemicael5688
    @timnithabtemicael5688 2 หลายเดือนก่อน +2

    የመስግነካ clear ዝኾነ ምኽርን ሐበሬታን ምኽሪ እውን ሐገዝ እዪሞ ክንፍትን

  • @NomorehgdefEzgharya
    @NomorehgdefEzgharya 2 หลายเดือนก่อน +3

    ሰላም ጆሲ ኣብዚኣ ዩቱብካ ዘርግሓላ ዓዓቅምና ክንሕግዛ ኣብ ጀርመን ዘለኹም ኣብ ጥቕኣ ዘለኹም ሓግዝዋ በጃኹም ብጣዕሚ ዘሕዝን😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @selemawitbrhane1121
    @selemawitbrhane1121 2 หลายเดือนก่อน +1

    Abotat 😢😢😢😢 amlak msaki ykun

  • @johanesshischay7426
    @johanesshischay7426 3 หลายเดือนก่อน +7

    Anes ab Essenheim. Yeneber. Tika Mainez genzeb nay deka atifiato nata delaya tigebro nay deka atifiato hanti frijie kindey waga 500 euro nay hantiiiiii werhi nay deka demoz iyuuuuuuuu silezi zikone zeyberhe welfi alewa wey abey tetfeooo neraaa huto ayekrebkalan??????

    • @tgber8126
      @tgber8126 3 หลายเดือนก่อน +1

      I know fnchira ybla dehar hasot

    • @samrawittesfamichael8134
      @samrawittesfamichael8134 2 หลายเดือนก่อน +1

      Mit der Geld dass Sie bekomm kann echt alles kaufen. Schade Schade. Echt wenn man auch Arbeitet verdient nicht mehr als Sie bekommen

  • @TEKLUTsegay-c9n
    @TEKLUTsegay-c9n 2 หลายเดือนก่อน +1

    Fooioo resaht kab 2 3 sebay yewelda wala hade qola zeykalken

  • @million1661
    @million1661 2 หลายเดือนก่อน

    Im not her to judge little sis,
    Take responsibility for everything.
    If the government gave u 6 chances , you are better than most, you had 6 chances to come here ask for help.
    You are young and you can be better . Sending you good vibes.

  • @meramati4547
    @meramati4547 2 หลายเดือนก่อน

    Izia. Seb iyu zedlya zelo wela second hand iko ktgezie tkiel iya neyra iti nay koliee zhbwa ke abey tgebro neyra mmhdar iya zeytkiel nfieti gal ab tkiea ktrekb tesfa ygebr i wish ab zelato adi khulu

  • @rutamekonen9735
    @rutamekonen9735 3 หลายเดือนก่อน +1

    Pls yhwat ab Europa kolut mebay kelil iykonen. Pls pls megmerta konqa &systeem neflet. Kolut mgben desten terh iykonen dedliyom. Kabti zkefe ab hiwot kegatm zkel mngesti dkena kwsdwom kelwu eu: abta metresheta zblta gen des iybltnen.

  • @merhawitpetros355
    @merhawitpetros355 2 หลายเดือนก่อน +1

    እዋይ ሓበሻስ ኣቅሑት ገዛ ብዕዳ ዘይንገድፎ በጃኩም ንለብም እግዚኣብሄር ውልድኪ የራክብኪ.

    • @mlateymlatey7059
      @mlateymlatey7059 2 หลายเดือนก่อน

      Frij zey bila entay tgebro eza hmak eya butami

    • @mlateymlatey7059
      @mlateymlatey7059 2 หลายเดือนก่อน

      Nay deka genzebi buzh eya twahab

  • @YowhanaMaekele
    @YowhanaMaekele 2 หลายเดือนก่อน

    Schade eway haftey bztekaile meten deka nktrekb nhagza 😢😢 Schade etom abo deka ke ndekom kblu zeyhgzu 😢😢😢😢

  • @habunatey1354
    @habunatey1354 3 หลายเดือนก่อน +5

    Eti nay kanka xegem nayta kolea ,kinderartz eyom überweisen xihfom nab logopädi zisedwa ,dahray logopädi delika nabaka zikerbeka koxera tihiz ,eti koxera kebabi 1amet yikewin tixbe .bzikone keliel eyu eti xegem ajoki nisiki enkae ayharemkyom.

    • @eru5343
      @eru5343 2 หลายเดือนก่อน

      @@habunatey1354 እወ ግን ባዕልካ ኢካ ሃቡኒ ትብሎም ኮ

  • @Nataniya22
    @Nataniya22 2 หลายเดือนก่อน +3

    ሓፍተይ መጀምርታ ደቅኪ ብሰላም ክትመልሲ ኣምላኽ ይሓግዝኪ።2 ከኣ ይቅረታ አንበር ተተካአሉ ምእንቲ ደቅኩም ክትብሉ ተኣረቁ ድሕሪዩ በሓንሳብ ሰሪሕኩም ደቅኩም ትመልሱ ይቅረታ ግና

  • @tirhasmogos9273
    @tirhasmogos9273 2 หลายเดือนก่อน

    Wey mewsiba bebeynom eyom ka abom
    Emo bzay frizor se kolu welidom se ach waey deqey etom qolu 😢😢

  • @shewitkahsay7351
    @shewitkahsay7351 2 หลายเดือนก่อน

    Amlak yhagzki haftey

  • @million1661
    @million1661 2 หลายเดือนก่อน

    One last thing bro, we have to think about the kids here, if possible someone from our community needs to make sure the mom is healthy and mentally well before we put the kids in her care.

  • @foziamehamud6504
    @foziamehamud6504 3 หลายเดือนก่อน +3

    Ajoki rebi aleki

  • @sewitghabremichael3132
    @sewitghabremichael3132 2 หลายเดือนก่อน

    Amlak yihagezki❤