This brother needs urgent help! From his way of speaking, I guess he has a deep fear of something. He has traumatized of some thing. Please Eritreans around him, try to help him🙏
Jossi it doesn’t matter how long he lives in Germany . The language is different not every one is the same. Please please help him if you can .God be with you 🙏🏾
ክርሰትያናዊ መዕቀኒ እንታይ ዩ? መጽሓፍ ቅደስ ከምዚ ዝስዕብ ይብል;: 1 ዉሉድ አምላኽ ብመንፈሰ ኢዮም ዘምርሑ:እዚ ማልት every moment ማለት ዩ:: 2ይ ድምጺ አምላኽ ዘይሰምዕ ሰብ ናይ ኣምላኽ አይኮነን:መጽሓፈ ቅዱስ ከምዚ ይብል አባጊዔይ ድምጸይ ይሰምዓ ይብል:: 3ይ ፊደል ጥራይ ዝፈልጥ መንፈሳዊ ኣይኮነን:መጽሓፍ ቅዱስ ፊደል ይቐትል ይብል:: 4ይ መጽሓፍ ቅዱስ ምፍላጥ ማለት: ብናይ የሱስ ክርስቶስ ሓሳብን ምኽርን ምንባር ማለት ዩ:: You need to accept Jesus Christ now,unless you will go to the devil without mercy,so when you see this message’you must choice one, My name is Daniel I’m the son of Jesus Christ,
Sorry to hear what he is going through but he seriously needs help with his health before he gets worst. What he is saying is not making sense may God be with him and all his problems get sorted 🙏
ቴል ናይ ሓጎስ ጠዓመ ዝደሊ ኣብዚ ንመልከት 004915218891934 ኢልና ንወከስ
Selam josi ezi kulu zbeleka haki aykonen ane msu ye zeleku ab rusu b zsealo negerat yu kemu elka wela zwesdo zkone aynet medhanit yeblun kulu ab rusu zsealo yu
emo misakum zqerb ente koynu hagzwo abti adi zelekum habesha
@@dngleyadefqridngleyadefqri3794 Way Shigr, Hagez Yedliyo EYU
Meskinay Hawey , Mesknay Hizbina stresse Bezihwo
Mayshelot
@@wintawinta5688 Arebribna iyu
Amlakh mhret yewrdelu
Jossias ezi video demsiso ezi hagos zblo zelo gega yu .Beteseb nketatelo alena kalie mezez keymexena kelo gn pleas demsiso .
ናይ ጥዕና ጸገም ዘይኮነ ብፍርሒ ቀቲሎሞ። ተረጋጋእ ዝብሎ ኢዩ ዝደሊ።
ብሽም የሱስ ብጸሎት ንዘክሮ የሕዋት ርኡይ ጸገም ገይሩ ኣሎ።
አታ አምላኽ ብየማንካ ሕቆፉ ጸበልካ ገርካ ፈውሶ እዋይ ስደት ሕሱም በል ኪዳናዊት ምሳኻ ትኹን ።🙏🙏🙏
እዋይ ሓወይ ናይ ጥዕና ጸገም እዩ ገይሩ ካብ ዘረብኡ ርዱእ እዩ ኣብ ከባቢኡ ዘለኩም ሓግዝዎ በጃኹም ምሕረት የውርደሉ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ኣንታ ጆሲ ጸገም ገይሩ እንዳሰማዕካዮስ ብዙሕ ኣይተዛርቦ፡ I feeling very sad 😔, ዝሕግዞ ሰብ ሓበሻ ጥራይ ተሓባበሮ፡ ኣምላኽ ምሕረት የውርደሉ፡
ምሕረት የውርደሉ እምበት ስደትሲ ጥዕና ኣይህበካን ኡፍ ኣሕዚኑኒ ከማን 😢
Gal sienu eyu eti xegem amamuk teblo resni gerlu alo
@@simonmengstab2620hawey natey hmak aytzareb btiena aylagexnyu mhret yewrdelu aytkerbn🙏🙏🙏🤔🤔🤔
ሰላም ጆሲ, እዚ ሓውና ናይ ባዕሉ ጸገም ገይሩ ኣሎ ። ስለዚ ንሓግዞ።
ኣብ ጥቕኡ ዘለኹም ሓግዝዎ በጃኹም ጭንቀት ጌሩ ኣሎ ።እግዝያብሔር ምሳኻ ይኹን ሓወይ
Love from canada! You are very kind, keep doing good work
ኦ መድህን ዓለም ኣቦይ ምሕረት ኣዉርደሉ ባዕልካ
እዚ ኩሉ ፀገም ዛጋጥም ዘሎ Community ስለዘይብልናዩ ።
100%ኤርትራውያን ዘለና መሲልና እምበር የለናንን ኮሚንቲ ዘይብሉ ህዝብን ዋና ዘይብላ በጊዕን ሓደ እዮም
I agree, we don't have community unfortunately
Bejakum hagzuwo yehwat reywo yehwat
@@yoditfkrieuhiwetey3333 ንክንደይ ሰብ ኢልካ እዩ እሞ ክሕገዝ ብዙሕ ሰብ እዩ ጭንቀት ጌሩ ዘሎ ንኣብነት ኣብዚ ካናዳ ዝሓለፈ ዓርቢ ስቅለት ሓደ መንእሰይ ተሓኒቁ ሞይቱ ቀደም ኣብ በዓል፡ኣዲኣ ኣበባ ዓቢ ኮሚንቲ ኔሩ ሓደ ዜጋ እንተ ጠፊኡ ከም ስርዓት ይድለ ኔሩ ስራሕ ዘይብሉ ስራሕ ይኣቱ ጥዕና ዘይብሉ ናብ ሕክምና በቃ ኮሚንቲ ማለት ኣብ ደገ ስድራኻ እዩ
Community malet msiesae eyu bezi zelo akayda. I wish kulu misiesae terifu, qum neger zelewo community kmsret.
Josi nseb 10 amet gerka qanqa aytkeln aybehaln u ,qanqa nay ametat zeykones ,abay gega
Ja tkkel komu aybhaln eyu xegemu nsu trah eyu zfelet
እዚ ሓውና ጸገም ናይ ኣእምሮ ጌሩ ኣሎ እንተ ኪኢልካ በጃኻ ሓግዞ ጆሲ ሓወይ🙏ዝዛረቦ መእሰሪ የብሉን🥺ከመይ ጌሩ ናብ ካልእ ሃገር ከይዱ ይፍረድ እዚ ዘይከውን ኢዩ ጸገም ጌሩ ስለ ዘሎ ኣይርድኦን ኢዩ ዘሎ😥ኣይይይይ ስደት ሕሱም😥
ግን ሃለዉሎው ይብል ኣሎ ዝውዓሎ ኢዪ ዝመስል
This brother needs urgent help! From his way of speaking, I guess he has a deep fear of something. He has traumatized of some thing. Please Eritreans around him, try to help him🙏
ኡዙይ ናጥዑና ኣለወ ኢዩ ዝጡዕም ሙሕረት የዉሩደሉ
Ajoka hawey kiwesduka aykuelun eyom mhret yewrdelka fetar🙏i
Josi bro you should always call him until he gets better please. God bless you 🙏
God bless you bro. Calm down bro always pray please. Don't expect anything from anyone.
Great job josi hawna kexlelu🙏
ኣሕሕ ጭንቀት ዩ ጌሩ ኣምላክ ይፈውስካ ሓወይ😢😢😢
Eway hawey Ezi nafkot Estres Alewo enber Ab Germen kemzi zbhal zereba ylen Betesebu bejakum Hagzwo😭💔Amlak aboy kab kufe yhlka hawey.Josi bejaka hgzo
እዋይ ሓወይ ኣምላክ ጸገምካ የቅልለልካ
ዋይ ኣነ ሓወይ ዓሕ😢😢😢10 ዓመት ኣብ ሃይም ስራሕ እንተ ሃልዩካ ተማዊትካ ገዛኻ ርኸብ ውጻእ ተጨኒቁ ኣሎ ምስኪናይ😢😢😢😢
Jossi it doesn’t matter how long he lives in Germany . The language is different not every one is the same. Please please help him if you can .God be with you 🙏🏾
ኣታ ጀሲ እንታይ ገበረ ኣብዚ ኣምጺኻዮ ንቤተሰቡ ዘይተራክቦ 😢 ዋ እዚ ናይ ረብሓ ስራሕ ግደፎ😢 እዚ ኣብ ጭንቀት ኣሎ ዝዛረቦ ኣይፈልጥን ኣሎ😢
ንሓግዞ ኣብ ጸገም ኣሎ ሓውና ስለ ዝበለስ እንታይ እዩ ረብሕኡ ንጀስያስ ።ንዓካ ውን ናይ ኣታሓሳስባ ሓገዝ የድልየካ ኣሎ
Haqka nay atehasasba Sgr alewo hsdna ngdefo pls kndi zhageza
@@filimonbrhane2127 ምስ ስድርኡ ዘየራክቦ ? ስድርኡ ታሓቲቶም ዶ ? ጥዕና ዘይብሉ ሰብ ኣብዚ የቅርቦ
Zihgzo seb enterekebe josi kemziy mgbaru xbuk alo aytgage
Josei deia kabzei entay keribeih tefeilit deika 3 moya kem delewo 3 moya delewo kea kendey kem dekeifel tefileit eika
Hawey mearey Mihret yewurdelka ❤❤
ስደት ዘምጸኦ ሽግር ብዙሕ ዩ
ኣጆካ መንእሰይ
Josi Hawey, Amlak ykalkaaaa❤
ኣነ ከም ተረዳኣኒ እዚ ሓውና .ወይ ውዒልዎ ኣሎ ወይ ድማ ናይ ጥዕና ጸገም ኣሎዎ. ማለት እቲ ቃላቱ ሃለውሎው በዚሕዎ.
Ezi kulu zbelo haqi aykonen ab hade ketema nnebr gn tseqti eyu geru enber kalieee aykonen ezi zblo zelo kea kulu giega iyu .
Definitely
ሓፍተይ እሞ ተሓጋገዝዎ በጃኩም@@nardoshabtom4578
@@nardoshabtom4578ewuy brkti haftey zeythgzwo emo bejaki seb kunuwo
@@nardoshabtom4578 Nardosey Mary gerimuna eiko kemey kemey eiu zeblo eizi zereba
Josi Bejaka azaribo, natu gega aykonen quanka zeymkialu 😢. Chinket alowo
Eway hawey egzabhr yhagzka ❤️🙏
Eway hawey Egziabhier meregagei yfterelka 🙏🙏🙏
Ewayy gud ata kindizi senef Eritrawi ke alo diu ? Tiena zeyblu hikimna wisediwo bejakum abti kebabieu zelekum 🙏🙏🙏
ጆሲ ንባዕሉ ጥዕና የብሉን እንታይ ኢልካ ከምዝሕተትን ከም ዝምለስብ እዉን ዝፈልጥ ኣይ መስለንን ካብቲ ዝነበሮ ንሱ ዘጨነቆ ይዓቢ!!!
እዚ ዝዛረብ ዘሊ ሓው ሓጎስ ጠዕስመ ሓቂ ክክዉን ይክእል እዩ!! ብክልተ መዳያት ክንሪኦ
1፥ according some European laws there is a Law Called treason law( ሕጊ ኣሕሊፍካ ምሃብ ዝበሃል ኣሎ) ብመሰረት እዚ ሕጊ ኣብ ገለ ክብድ ዝበሉ ጉዳያትን ወይ ብብዝሒ ዝደጋገም ገበን ሽሞ መምሃሪ ንዝተደለየሉ ጉዳይ ናብታ ገበን ዝተፈጸመሉ ሰብ ሃገር ጉዳዩ ኣብኡ ክርኤ ይስደድ እዩ ብፍላይ ምስዚ ሕጂ ሃገራት ኣውሮጳ ዘልዉኦ ኩነታት ኣብ ልዕሊ ስደተኛን ሓለዋ መሰል ሰባት ኣብ ሓደጋ ኣብ ዝወደቀሉ እዋን ኩሉ ዘይ ግበር ነገር ክገብሩ ድልዋት እዮም ስለዚ ሓዉና መምሃሪ ከይ ገብርዎ!!!
2፣ ብመሰረት ባህሪ እዞም ህዝቢ(ዓረብን ሓዉሲ ዓረብን ፋሪሳውያንን ብሓፈሻ ተከተልቲ ሽምነት እስልማና ብፍላይ) ጉዳይና ኣብ ዓዲና ኣብ ትሕቲ ሕጊ ሸሪዓ ይረኣየልና ክብሉ ይክእሉ እዮም ዋላ ሓይሊ ገንዘብ(፡ጉቦ) እዉን ክጥቀሙ ይክእሉ እዮም ነዚ ቆልዓ ሰብ ከም ዘየብሉን ዓቅሚ ከምዘየብሉን ዝምስጎት ከም ዘይ ብሉ ሪኤሞ ኣለዉ ድላዮም ዓመጽ ክጥቀሙ ከም ዝክእሉ ፈሊጦም ስለዉ ሰብ ተዘይ ብልካ ሰብ ሕጊ ተጠቂሙ እዉን ክዕምጸካ ይክእል እዩ!!!
እዚ ጉዳይ ከኣ በቲ ንሱ ዝብለና ዘይ ኮነ ክንሪእዮ ዝግበኣና ዋላ እዉን ገበን ፈጺሙ ክከዉን ይክእል እዩ ሃሰስ ኢልዋ ክክዉን ይክእል እዩ ስለዚ በዚ ኣመካንዮም ሕጊ ተጥቂሞም ሓዉና ኣብ ዓዶም ወሲዶም ከይ ጸወትሉ!!!
ጽንተ ወሲደሚ ኣብ ትሕቲ ሸሪዓ እንታይ ከም ዝፈርድዎ ርዱእ መስለኒ!!!
ጀርመን ዘልኩም ሓግዝዎ በጃኩም!!!
men koyina eya mes sedera teferarehaka ka nesadam wedu dika?
Please help him he needs help he is not mentally stable.God be with you 🙏🏾
ጆሲ ሓውና ንስኻ ንህዝብና ትሰርሖ ዘለኻ ስራሕን ሓገዝን ማንም ዘይገብሮ እዩ እሞ ብኣምላኽ ርኸቦ🙏
አዚ ወዲ አንድሕር ሰበይቱ ኣብ ኣፍሪቃ ተልያ ምናልባት ናፍቆት አቲ ነዊሕ ግዜ በይንኻ ምቕማጥ ኣብ ጭንቐት ኣትዩ ኣሎ ሰብ ከሲስካ አኮ ወረቀት ይምጸካ ጠበቃ ትርጎማይ ገርካ ጉዳይካ ትካታዕ. ድሓር ኣብ germen 10ዓመት ገሩ ብምንታይ ይርዳድእ ቃንቃ ዘይፈልጥ ብጣዕሚ ሓገዝ የደልዮ ኣሎ ክሳብ ሰበይቱ መጽያ ኣብ ጎኑ ትኸወን ዝኣልዮ ሰብ የድሊ ኣሎ ቁሩብ ተቀጽሉ ክጽለል አዩ.... ምሕረት የወርደሉ ሰደት ከቢድ አዩ ብፍላይ ኤርትራዊ ዳርጋ ኩሉ ትጭኒቑ 😢
ጥዕና የብሉን ዳሓር 10 ዓመት ቛንቛ ዘመለኸ እቲ ጸገም ሓበሻ ሙሉእ መዓልቲ ምስ ሓበሻ ስለ ዝውዕል ካብ ትግርኛ ወጻእ ፍልጠት ክትቀስም ኣይትክእልን ኢኻ ስለዚ ቛንቛ ንምፍላጥ ካብ ምምሃር ብምዝርራብ ኢዩ ዝምዕብል ስለዚ ምስ ካልኦት ዜጋ ብብዝሒ ክቀርቡ ኣለዎም: : ብዝኾነ ብሰንኪ ቛንቛ ክንደይ መንእሰይ ይጸንት ኣሎ: :
Selam yhabka fetari hawey
Josi habibi abi Seb eika ezi tegbaro zelaka abi nagar eiu kam amlak rekabo bro 😍
እዚ ሓውና ናይ አእምሮ ጸገም ከይህልዎ አብ ሉቤክ ትቅመጡ እሕዋት ኤሬትራውያን ሓግዝዎ በጃኩም
Selam Josi hawei izi hawna nai bhaki shigr rekibu alo nai bhaki sle ddleywo iyom tinu mulu iyu please inte kilna nhagzo ab kbabiu dlo seb hagzwo
ውጻ ከብቲ ዘልካያ ቦታ ናህተካ ኢይ ኮነን
Ny riesi xegem gerulo. Nab sebeytu keydu machelot ytehaxeb. Family natu aftica zelewu rekibkum ngerwom😢
ፀገም ጌሩ አሎ አብኡ ዘለኩም ሐግዝዎ
ኣብ ጀርመን እትዉ ክብል ምስ ተጨነቁ ዳርጋ ሓምሽተ ዓመት ጌይረ ከይ ትሓጎስኩ ገለ ነገር ናይ ጭንቀት መንፈስ ኣሎ ጀርመናዉያን ከመይ ገይርካ ትጭነቕ ወይ ነብስኻ ተጥፍእ ዮም ዝሓስቡ ገለስ ኣሎ ኣብ ጀርመን
Anewin 6 amet gere hanty mealty keytehagosku hjis wala adi kikyir ybil emo kola kea alatni temaharit entay eyu ety tenki mrdae abyni ufff
Bzikone amlak mhretu yewrdelna nezi hawna kea yrdaeyo!
1፡ ኣነስ ዝገርመኒ ነገር እንተሃልዩ፡ ጆሲ ብልክዕ ሽግሮም ንከይገልጹ ትዓጽዎ፡ ስለምንታይ ዘይተወዶም?
ኣብርእሲኡ ከኣ ብልክዕ እቲ ዝደልይዎ ሓገዝ ከየማሓላለፉ ትዓጽውም ዘለካ ኮይኑ ይስማዓኒ፡ ኣብርእሲኡ ከምቲ ዝድለ ናይ ሃገዝ መንፈስ ዘለካ ኣይትመስልን፡ ማለተይ ሽግሮም ብልክዕ ኣይትርደኦምን ኣልካ።
ሓደ ምሉእ ሰብ ከምድልየቱ ጌር ይዛረብ፡ ደሓር እቲ ክሕግዞ ዝክእል
ከኣ ተረዲኡ ይሕግዞ።
2፡ ተጨኒቆ ወይ ሕገዝ ደሌም እንተመጼምካ ከመይ ጌርካ ምስኦም ትዛራራም (ተማሃር)! ብጣሚ'ዩ ሕማቅ ዝስማዓኒ ክምቲ ዝደልይዎ ንከየማሓላልፉ ክትዓጽዎም ከለኻ። ምክንያት መጽሓፈይ፡ ብዝበለጸ ጽጉማት ሓገዝ ንክረኽቡ'ኤ። ምሳይ ትሳማሙዑ ከኣ like ሃቡኒ☺️።
እዋይ ሓወይ ኣጆካ እዚውን ክሓልፍ እዩ ❤❤❤❤❤❤❤
ተሌፎኑ ግና ኣይሰርሕን ዘሎ፡ ምናልባት እዚ ሓወና ናይ ጥዕና ጸገም ገይሩ ኣሎ። ቀሰይ ጌርና ከነረድኦ ኣለና ብፍላይ ኣብ ቀረብኡ ዘለኩም በጃኩም ሓጉዝዎ።
አብ ጀርመን ዝኮነ መንፈስ አሎ የተወጋ ይኩን😳
Anten nw mewgate
Entay malet eyu yetewgae
Tegagika ketaxwo aygbikan eiu Josi
Entay eu kewexo zeybelu dengola seb deka ke nemukanu ab kebabeu zelewu seb hagezewo ybelu alewu Entay eu eu ati gega
Eway hawey marey ajoka fetari alo maskinay bejakum ab taku zelekum hagizewo goyta bi demu yeshefinika 🥹💔🥹
Hawey natey xegem geru allo bejakum hagzwo tuku zelekum ahwat
Josi Hawey Xubuk Gerka Hagez Ydeli Alo, Haderaka mis Behörde Nayty Zelewo Bota wey Gericht kontakt gber
Way hawey, Amlak yhagzka.
መጀመርታ ነዚ ሓዉና ኣምላኽ ይሓግዞ ከምኡ'ድማ ጆሲ ብጣዕሚ በዚትገብሮ ዘለኻ ብጣዕሚ ክትምስገን ይግባኣካ
ስደት😢 ወይ ሓወይ ምሕረት የውርድ።
በዛኩም ቀሪብኩም አረጋግዕዎ ብሰነ ልቦና ተጎዲኡ አሎ
ጆሲ እዚ ወዲ ጭንቀት ኣለዎ ዝሓስቦን ዝፈርሖን ዩ ዝዛረብ ዘሎ፡ስለዚ ምስ በተሰቡ ብቅልጡፍ ክራኸብ ኣለዎ፡10 ዓመት ተቀሚጡ ኣብ ጀርመርን እንታይ ኮይኑ ኣፍልጦ ዘይ ብሉ፡ግን ኣዝዩ ትክማ ኣለዎ ኣዝዩ ኣብ ሕማቅ ኩነታት ኣለዎ፡እንተ ፈሪህካ ወላ ጽላሎትካ ዩ ዘፈርሓካ
Josey hiwey bijka xagmeu tradaleu ezey hiwna xagme rakbeu eu zalo
በጃኹም ሓግዝዎ እቶም ምስኡ ዘለኹም ካብ ኩሉ እዞም ኣፍጋኒስታን ብጉሩብን ካራ ሒዞም ኢዮም ዝኸዱ ከይቀትልዎ ብጣዓሚ የደንግጸካ 😢ስደት ጉማማ ሂወት ክንደይ መንእሰይ ኢዪ ኣባላሽዩ 😢
Ewyyyy hawey 🙏🙏🙏
Wey hawey abayka Amlak msaka ykun bejakum hagzwo msu zelekum
ሰላም ኩቡር ሐዉ በሰምአም በል ሐሲቡ ኒሩ ዝብሃል የለን ዝኮነ ነገር ሰጋብ ዘይገበርካ ዘይተንከፍካያ አብገዝአ ዘይአተካ ብዝኮነ ብቀረባ አብኡ ዘለኩም ተሐጋገዙዋ በጃኩም ጹቡቅ የለን እዚሐዉና ተሐባበሩዋ
ክርሰትያናዊ መዕቀኒ እንታይ ዩ?
መጽሓፍ ቅደስ ከምዚ ዝስዕብ ይብል;:
1 ዉሉድ አምላኽ ብመንፈሰ ኢዮም ዘምርሑ:እዚ ማልት every moment ማለት ዩ::
2ይ ድምጺ አምላኽ ዘይሰምዕ ሰብ ናይ ኣምላኽ አይኮነን:መጽሓፈ ቅዱስ ከምዚ ይብል አባጊዔይ ድምጸይ ይሰምዓ ይብል::
3ይ ፊደል ጥራይ ዝፈልጥ መንፈሳዊ ኣይኮነን:መጽሓፍ ቅዱስ ፊደል ይቐትል ይብል::
4ይ መጽሓፍ ቅዱስ ምፍላጥ ማለት:
ብናይ የሱስ ክርስቶስ ሓሳብን ምኽርን ምንባር ማለት ዩ::
You need to accept Jesus Christ now,unless you will go to the devil without mercy,so when you see this message’you must choice one,
My name is Daniel I’m the son of Jesus Christ,
Eway, Hawey Bejakum tehababerwo.
ኣንታ josse እዚ ሰብ ኣብዚ እዋን እቲ ዘዒበዬ ትግርኛ ከማን ጽብቅ ገይሩ ይዛረቦ የለን ስለዚ ዓሰርተ ዓመት ስለ ዚገበረ ቃንቃ ጀርመን ኣይካኣልካን ክትብሎ ግዚኡ ኣይሓለወን ዘርባካ ብዝኾነ ምሕረት የውርደልካ ሓወይ ::
እዚ ሰብዚ ሓገዝ የድልዮ ኣሎ። ዓቕሙ ገምጊሞም ተበለጽቲ ይጻወትሉ ኣለዉ።
እዋይ ሐወይ ናይ ባዕሉ ፀገም ኣለዎ
Eway hawey ajoka. Bejakum ab Germen zelekum Eritreawan emoka ab tqe etqmetu hagzwo hgezkum eu zdeli zelo.
Egzabehar amelake mesaka yekun
እንድሕር ወረቐት ዘይመጾ ድኣኒ እንታይ ክንድዚ ዝሽበር ርጋእ ርጋእ በጃኻ ዝሓወይ
Aytekesesen kulu hasot yu
Gn chnqet geru alo zzarebo ayfeltn iyu
Ya Stress gieru alo ember nay tenas aykonen meskinay
Ewayyyy hawey,ajoka hawey
Ajoka aythmek dahan ,nab kale hager aysedukan eyom,bejakum abta ketema ezi hawna zkmetela zelkum,tehababerwo,hagzwo,bebzelenayo nmaker,nfaker,ntehagagez,bahlna nsu lmdna nsu yu Kab sdrana zweresnayo,kulu gedifkum ab gonu kunu 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ኣብ ጡቅኡ ዘለኽም ተሓበሩዋ
እዚ ሰብ ናይ ገዛእ ርእሱ ጸገም ኣለዎ። ምክኒያቱ ዝበደለ እንተበደለ ኣብ ካልእ ሃገር ኢካ ትፍረድ ዝብል ሕጊ የለን ሓገዝ የድልዮ እዩ ተሓጋገዝዎ ብፍላይ ኣብ ሽለዝብግ ሆሊሽታይን ዘለኩም ሰባት
He needs help ,
Is there any Eritrean community there ?? They should help him out
Ajoka zhawey zbilo ekul eyu ab sidet 😢
ዎዉ ኢላቶ አላ ሕክምና ዉሰድዎ በጃኩም
ይገርምዩ ፖሊስ የለን ዲዩ መንስኤ ፈታዊ ሐግዝዎ
Ewai ertrawi yahzineka nezis kura ybehaleley 😭😭😭😭
Sorry to hear what he is going through but he seriously needs help with his health before he gets worst. What he is saying is not making sense may God be with him and all his problems get sorted 🙏
Josi whay ktrdo zey tkel kemau eyu zmeslo delo eber zegstemo yelen my opinion
መትሓዝን መእሰረን ሲኢነሉ ጭቀት ኢየ ደዛርቦ ደሎ መን ኢያ ጋል ኢራን
ምስ ቤተ ሰቡ ኣራክቦ
Hamimu iyu Enver zkeseso, yeblun
Way hawey abtekuau zelekum awat hagzwo bejakum wey nay hgi kieilatat zelekum
Keychewyuwo ferihu alo
ኣብ መንጎ ኣተሓሳስባን ስምዒትን ባህርን ዘሎ ርክብ ምብትታን ዘጠቓልል ከቢድ ኣእምሮኣዊ ኩነታት፡ ናብ ጌጋ ርድኢት፡ ዘይግቡእ ተግባራትን ስምዒታትን፡ ካብ ክውንነትን ውልቃዊ ዝምድናታትን ናብ ቅብጸትን ምድንጋርን ምውጻእን ስምዒት ኣእምሮኣዊ ምብትታንን ዘጠቓልል እዩ። ስኪዞፍረኒያ ዝበሃል ሕማም
ኣብ ኢራን እካ ትፊረድ እሎምኒ 😢 Stress geru alo
🙏🙏🙏
Eway hawey ah😢 amlak yhagzka seb knuwo please 🙏
Brgx hagez ydeli alo ab kereba msu zelekum rkebwo
Ajoka 🙏🙏🙏
ኣሕ ምስኪናይ ኢልካ ኮመንት ምግዳፍ ፍታሕ ኣይከዉንን እዩ
እዚ ወዲ ንሚዲያኻ ዝምጥን ኣይኮነን ኣልግሶ እዚ ቪድዮ
ምስ ናይ ስነኣእምሮ ምሁራት ከተራኽቦ ክትሕግዞ እዩ ዘለካ እንበር ኣብ ኩሉ ኩርናዕ ዓለም ኮይኑ ነዚ ሰሚዑ ሞራሉ ዝህሰ ሰብ ኢና ንፈጥር ዘለና ስለዚ ኩቡር ሓዉ ዘረባ ቖሊካ ኣይብላዕን እዩ እሞ ዝብላዕ ዝጠቕም ነገር ንስራሕ ምስ ዓቕሚ ዘለዎ ትካል ወይ ዉልቀ ምሁር ኣራኽቦ
Habesha aytbal
አዋይ ሃወይ በጃኩም ሃጉዝዎ ምስኡ ዘሎኩም
Eway hawey 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣቱም የሕዋተይ ሕኽምና ናይ ኣምሮ የድልዮ ኣሎ ኣብ ጥቁኡም ደለኹም ሓግዝዎ ናይ ሳይኩሎጂ ሕኽምና የድልዮ አሎ ምሕረት የዉርደልካ ሓወይ ናተይ 🥺🥺🥺
Ezi seb tezaribu aykElon iyu. Amlak yihagzo,
Mesekenay Hawey