ሓፍተይ ንሰብኣያን ንየሕዋታን ተጸልመና ኣላ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 มี.ค. 2024
  • ሓፍተይ ንሰብኣያን ንየሕዋታን ተጸልመና ኣላ
    VISIT AT JOSIAS DENDEN
    - linktr.ee/josiasdenden
    - FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
    / josiassdenden
    - FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
    - FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
    / josiassdendentechno
    - INSTAGRAM Josias Denden
    / josiassdenden
    - TWITTER Josias Denden
    / josiassdenden
    - TIKTOK Josias Denden
    / josiasdenden
    #eritrean#kalderitrean#fatmaeritrean

ความคิดเห็น • 786

  • @eritreanchanell5568
    @eritreanchanell5568 3 หลายเดือนก่อน +100

    ካቡ ስድራቤት ሽም ዑመር ... ደቀምሓረ......
    ሰላማት ኩላትኩም ተኸታተልቲ እዚ መደብ ቤተሰብ መቅርብን መተዓቢቲ ደቀምሓረ. ከምኡ ድማ ኩሉኹም ኤርትራወያን.
    ነዚ ነገር ሰሚዕኩም ኣብ ልዕሊ ስድራቤት ሹም ዑመር ከምኡ ድማ ክብርቲ ወላዲት ንምክፉእ ኮነ ኢልካ ዝተፈጸመ ምትላል. ጸለመ.ገበን. መቅርብ ቤተሰብ ይሕዎታ ይኹን ደቃ ውን ከየተወከሱ. ገጻ ብምሽፋን
    (ማጂካዊ ድራማ ወሲኽካ) ኣብ ሚድያ ክትቀርብ ዝገበሩ ዘይሓላፍነታውያን ሰባት.
    ብሕጊ ክሕተቱ ሓሶት ሙዀኑ እዚ ነገር.
    ከም ኣብ ስድራኹም ዝወረደ ተሰሚዕኩም ደዊልኩም ብኣካል ረኺብኩም ዘተሓባበርኩምና ኩሉኹም ፈተወቲ መተዓቢትን ኤርትራወያን ይሕወት ከነመስግነኩም ንፈቱ.
    እዛ ሰብ ምስ ጥዕናኣ ኣይኮነትን ዘላ
    ካብዚ ንመሃሮ ተሎ ኩሉ ግዜ ሓቂ ንኹሉ ኣሳቲፈካ ኣመዛዚንካ ሙዃኑ . ብዓይኒ ድንጋጸ ትህቦ ፈርዲ ቁኑዑ ከምዘይ ኮነ እዮ.
    ከምኡ ድማ ዎናኒ እዚ ቻነል ሓውና ጆሲ ነቲ ኩሉ ሰድራቤት ረኺቡ ኣዛራሪብ እቲ ሓቂ ቡሩህ ክኸወን ዝገበረ ነመስግን.
    ሼር ደገፈ ክትህቡ ንላቦ.
    ካቡ ስድራቤት ሽም ዑመር ........ ደቀምሓረ .

    • @azebogubamichael7082
      @azebogubamichael7082 3 หลายเดือนก่อน +11

      ወይለከይ ማይ ዘይጠዓመ ኣንታ ጥዕናኣ ድሓን ዲያ ምርግጋጽ የድልያ
      ኢዩ ።ነዚ ኩሉ ድራማ ክትሰርሕ እንታይ ንምርካብ ኢዩ ዕላምኣ ክፍለጥ ኣለዎ።
      ጆሲ ስለ እቲ ሓልዮትካ ክትምስገን ይግበኣካ ኢዩ ።ቀጽሎ ።❤️🌹👍🙏🏿🙏🏿👌👌

    • @eritreanchanell5568
      @eritreanchanell5568 3 หลายเดือนก่อน +1

      @@azebogubamichael7082 azeb hade mealti beala mexya eti haki ketwxeo eye men eyu komu gebri eilwa texelila deya xegem eina rekibna etom family zelna

    • @HabenMedia
      @HabenMedia 3 หลายเดือนก่อน +16

      Haqa dya hasya. Msqr haqneta zemed aboa eyom hawobotata tray eyom zmskurla

    • @HabenMedia
      @HabenMedia 3 หลายเดือนก่อน +10

      Ente zey koynu hade Bedali zte bahle seb nbur eyu hasot eyu kbl
      Mnalbat yehwata deqa sebaya sle sle zmexu nsa hasya eya ktbl aytkailn eyaka

    • @asterghulbet8639
      @asterghulbet8639 3 หลายเดือนก่อน +2

      Amlak nezi sedra selam yehabo tselot geberula deka kefterfe ember enda skum omer bekemzi kelealo ageb.

  • @Eruna1993
    @Eruna1993 3 หลายเดือนก่อน +104

    ኣነስ ነዛ ሓፍትና ኣይፈርደላን እየ 🙄ምናልባት ስነ ኣእምሮ ጸገም ኣጋጢምዋ ከይከውን ጥርጣረ ኣለኒ 🙏🏼ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት የውርደላ 🙏🏼

    • @eliaslondon1585
      @eliaslondon1585 3 หลายเดือนก่อน +5

      ብራቮ ናይ ኣአምሮ ጸገም ገራ ኣላ ፡

    • @aziebngse8197
      @aziebngse8197 3 หลายเดือนก่อน +2

      Beka eber shgr kegatma ke aey keln dyu

    • @Natan0755
      @Natan0755 3 หลายเดือนก่อน +7

      ኣይትሕሱኡ እስከ እዚ ወዲ ንዲኡ እዩ ዝከላከለላ ዘሎ ሓቃ እያ እታ ጓል

    • @kesetehabte1955
      @kesetehabte1955 3 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@Natan0755ትፈልጦም ድኻ ወይ ምግምት እኻ

    • @yoditfkrieuhiwetey3333
      @yoditfkrieuhiwetey3333 3 หลายเดือนก่อน +3

      ​@@kesetehabte1955fult edu hawey nsa nedia ktekfe aytkelen

  • @user-yq3ip6rn4d
    @user-yq3ip6rn4d 3 หลายเดือนก่อน +77

    ዘመድ አንዳ አቡአ። አምፃዮም አሶም አዮም ዚኡመኑ ናይኪልቲኡ ወገን ኪንሰሜ አለና

    • @Natan0755
      @Natan0755 3 หลายเดือนก่อน +5

      Ya bravo ezi nediu keytxref eyu zkelakelela zelo

    • @HabenMedia
      @HabenMedia 3 หลายเดือนก่อน +4

      Bravo. Ane wn komau eye zbl zeleku gn Hawobotata elom wn kali seb kemxau eyom

    • @benat737
      @benat737 3 หลายเดือนก่อน +1

      @@HabenMedia በዓል ኮነረል ጀማል 525 አዮም ሓወበታታ. ተኣስሩ ኣሎ

    • @user-yq3ip6rn4d
      @user-yq3ip6rn4d 3 หลายเดือนก่อน

      @@HabenMedia ላላ ፈለቲታ ምሳ ነበሩ አብ ማስከር ዳባት ማይ አይኒ ገለ

    • @sulemansule179
      @sulemansule179 3 หลายเดือนก่อน +1

      ኣንቱም ካብ ዘመድ ኣቡኣ ኣምጽኣልና ትብሉስ ካብ ጋላ ንላዕሊ መን፡ዝቐርባ ኣሎ ዲዩ ሃለውለው ኣይትበሉ ናይ ጋላ ምስክር እኩል እዩ

  • @gebarkeyahtay9870
    @gebarkeyahtay9870 3 หลายเดือนก่อน +163

    ኣንቱም ሰባት እዚ ሓዋ ዝዛረብ ዘሎ ነዲኡ ሓራ ከውጽእ እዩ ኮይኑ ዝሰመዓኒ ምኽንያቱ ናይ ቤት ፍርዲ ወረቓቕቲ ብግልጺ ርኢናዮ መስለኒ ካበይ መጺኡ ወረቓቕቲ ቤት ፍርዲ ይኹን ናይ ሃይማኖት መራሕቶምን ዝመጸ እዩ ነዚ ሓዋ ኣይኣመንክዎን ኣዲኡ ስለዝተጸርፈት ከይከውን።
    ** ምናልባት ኣብ ኣዲስ ምስወጸት እያ ዓርኪ ሒዛ ትኸውን።

    • @MedaEstifanos
      @MedaEstifanos 3 หลายเดือนก่อน +17

      Smart man ane wn kemu eyu melsey

    • @Hibu4321
      @Hibu4321 3 หลายเดือนก่อน +5

      Merixka iba like aytgber nata degefti nmntay ika like zeytgebir .fthawi kun nay kulom zereba simaa

    • @alem8607
      @alem8607 3 หลายเดือนก่อน +1

      Yes komu eu

    • @HabenMedia
      @HabenMedia 3 หลายเดือนก่อน +5

      @@Hibu4321 xegei hizu alo netom anxar nata tray eyu melsi zhb zelo.

    • @sebkedem9410
      @sebkedem9410 3 หลายเดือนก่อน +1

      Waw good point haki

  • @slasyohannes7682
    @slasyohannes7682 3 หลายเดือนก่อน +72

    ሱሙዑ ኢዞም የሕዋተይ ምናልባት ናይ ኣ እምሮ ጸገም ጌራ ከይትኸው ተረድእዋ ሐገዝ የድልያ ኢዩ ሕክምና ምውሳድ የድሊዩ።

    • @lidiahabte3354
      @lidiahabte3354 3 หลายเดือนก่อน +5

      I think so.....

  • @hailebereket3659
    @hailebereket3659 3 หลายเดือนก่อน +44

    ኣነ ሓደ ካብቶም ብዙሓት ተከታተልትካን ኣድነቅትካን ኢየ ጆሲ ሓወይ፡ ኣብዚ ሎሚ ኣቅሪብካዮ ዘሎካ መደባት ግን 100% ቅሬታ ኣሎኒ፡ ምክንያቱ ድማ ስእሊ ናይታ ግዳይ ዝኮነት ክብርቲ ሓፍትና ኣብዚ ሜድያ ክተምጽኦ ኣይግብባእን ነይሩ። ናይ ቀዳማይ ቀዳማይ ግዳይ ዝኮነት ሰብ ንሳ እምበር ሓዋ ኣይኮነን፡ እዛ ሰብ ኣብ ሂወታ ዝኮነ ኣሉታዊ ሳዕብየን ምስ ትፍጽም ብሕግን ብሕልናን ተሓታቲ ንስካ እምበር ሓዋ ኣይኮነን። ስለምታን ተስፉ ስእላ ቀሊዑ ዘይዘርግሓ ኢልካ ትሓስብ፡ ጸታዊ ዓመጽ ዘጋጥመን ደቀንስትዮ ኣብ ምሉእ ዓለም ገጸን ተሸፊነን ኢየ ናብ ሜድያ ዝቀርባ፡ ስለዚ ብጣዕሚ በዚ ሎሚ ኣቅሪብካዮ ዘሎካ መደብ ብልቢ ጉሂናን ሓዚናን፡ ኣብ ልዕሊ ኣደይ ዝተፈጸመ ጆኖሳይድ ኮይኑ ተሰሚዕኒ። ከምዚ ዓይነት ገይጋ ስራሕ ካባካ በፍጹም ቁዱስ ተጸብየ ኣይፈልጥን።

  • @Yosiefjose
    @Yosiefjose 3 หลายเดือนก่อน +45

    ኣጋጢምዋውን ክኸውን ይኽእል ኢዩ። እቲኣ ንኣዲኣ እቲኣውን ንኣዲኣ ትነቅፍ ኣላ። እቲ ሓቂ ግን ሓደ ፈጣሪ እዩ ዝፈልጦ።

    • @eliaslondon1585
      @eliaslondon1585 3 หลายเดือนก่อน

      ናይ ኣአምሮ ጸገም ገራ ኣላ ከም ዚመስለኒ

    • @azisn45
      @azisn45 3 หลายเดือนก่อน +4

      Simple let them take Paternity test… no need for imaginary dude to come down and solve a simple issue

    • @yoditfkrieuhiwetey3333
      @yoditfkrieuhiwetey3333 3 หลายเดือนก่อน

      Bzey zkone neger ktbl aytkeln eya kshefunwo delyom eber

    • @damn-pg9in
      @damn-pg9in 3 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@azisn45 that's what i could say too only paternity test can solve it

    • @user-yg6zf9kx2o
      @user-yg6zf9kx2o 3 หลายเดือนก่อน

      Kab bad tebegisa ka ember komu aytibilin aya

  • @SleepyElephant-qs4lj
    @SleepyElephant-qs4lj 3 หลายเดือนก่อน +92

    . ካብ ዜሮ ተበጊሳ እሞ ናኣዲኣ ከምዚ ጌራ ክተጸልማ ኣይትክእልን እያ
    እዚ ወዲ ድማ ኣዱኡ ስለዝኮነት ኣሕሊፉ ክህባ ኣይደለየን ክኾውን ወይ ካኣ ወላሓንቲ ኣፍልጦ ብዛዕባ ሓዳራ ክህልዎ ዘይክኸውን ይኽእል እዩ።
    ካብቲ ዝቦሎ ምርኩስ ንምግባር ንሳ መጥፍኢኣ ምኽንያት ውን እቲ ዝራኣየቶ ኣሰንቢድዋ ሞት ሑጹይ ኮዩንዋ ሃጽ ኢላ ጠፊኣ ክትከውን ትኽእል እያ።
    ምክንያቱ ወላ ንደቃ እያ ክትቀርቦም ዘይደለየት
    ስለዚ ሱስ ኣላታ።
    ንስኻ ጆሲ ድማ ወገን ናይዚወዲ ኮንካ ትቐርብ ኣሎኻ
    እንታይክብለካ ኢለ እየ ሓታታይ ዳኣ እንበር ኣማኒ ኣይትኹን ምክንያቱ ጋዘጤና ሓታታይ አንበር ጠበቃ ስለዘይኮነ።

    • @HabenMedia
      @HabenMedia 3 หลายเดือนก่อน

      Thanks

    • @adindaadinda6590
      @adindaadinda6590 3 หลายเดือนก่อน +5

      No no ane xebuk gera yefltom eia eza gal hadara ab Asmera eia adiom ka 58 60 tegeber eia edma selezi xelema eiu 100 kab 100

    • @kusu03.06
      @kusu03.06 3 หลายเดือนก่อน

      Ja😢

    • @Natan0755
      @Natan0755 3 หลายเดือนก่อน

      Yes

    • @danieltekle897
      @danieltekle897 3 หลายเดือนก่อน +1

      Yes anewn yfeltom ye haki u ezi zbhal zelo

  • @user-fj4ne5qi7k
    @user-fj4ne5qi7k 3 หลายเดือนก่อน +11

    ኖኖእ እዛ ሰበይቲ ሐሚማ አላ ምሕረት የውርደልኪኪ እቶም ፋሚሊ ከአ የርህወልኩም አምላክ🙏

  • @sham-vj4yp
    @sham-vj4yp 3 หลายเดือนก่อน +91

    ንስካ ነታ ተበዲለ ትብል ደላ ረኪብካያ ዶ ብዘይ ፍቃዳ ስእላ ጠቂዕካዮ ኣለካ ዋላ ናይ ተስፉ ስለዚ ንርእስካ ደይገበርካዮ ወይ ደይትገብሮ ንሰብ ምውንጃል ጽቡቅ ኣይኮነን ንሶም ስላም የወረሎም ንስኩም ገን ሰባት ኣይተጣቁሱ

    • @eritreanchanell5568
      @eritreanchanell5568 3 หลายเดือนก่อน +10

      Ane hawa eye neza seb gexa shefinom amxyoma nehna gen neti haki gexna kefitna abrihnayo alna ok

    • @salihahmad9050
      @salihahmad9050 3 หลายเดือนก่อน +2

      birabo

    • @michaelhaile3116
      @michaelhaile3116 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@eritreanchanell5568 ይቅሬታ ዝ ሓወይ ! ጊደ ሓቂ እታ ርኢቶ ንዓኹም ዘይኮነት : ንጆስያስ ብናይ ሕስድና ዝመስል ኣዘራርባ : ነቶም ኣቕረብቲ ክሃርም ምፍታኑን : ከምቲ ንሶም ዝተጋገዩዎ ጌጋ ምፍጻሙን እያ ትወቅስ :
      ብልክዕ ከኣ ኣብ ቦታኣ እያ ዘላ ::
      እንተ ንስኻ ግን ጕሂኻ ስለ ዘለኻ : ኣብዚ ቦታ ኮመንት ምስ ንረብሕን ዘይንረብሕን ሰባት ምምልላስ መሊሱ ሰላምካ ከየህድመልካ እንተዘይተገደስካሉ ይምረጽ :: ሰላም ንዓኻን ንኹሎም ቤተሰብካን ይኹን : Ramadan kerim!!

    • @dekirubanateare1906
      @dekirubanateare1906 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሓቂ

    • @alem8607
      @alem8607 3 หลายเดือนก่อน

      Ezi wedi gen germ eu zebleni

  • @tsegayabraham2424
    @tsegayabraham2424 3 หลายเดือนก่อน +37

    እዛ ኣደ ቆልዑ ብጣዕሚ ኣደንጊጻትኒ። ነዞም ስዶራቤት ኣይኣመንክዎምን።

    • @ShelaM415
      @ShelaM415 3 หลายเดือนก่อน

      እታ አዲአ ናይእቶም ናአሽቱ ደቃ አቦኦም አሎዶ

  • @AbelMeliake
    @AbelMeliake 3 หลายเดือนก่อน +17

    ጆሲ ዝትዓመጸት ጋል ከመይ ጌራ ገጻ ትከፍት ካልኣይ ከኣ ሓግዝኒ ኣይበለትን ሳልሳይ ከኣ ከመይ ጌርካ በዘይ ፍቃዳ ሰእሊ ተውጾኦ ጆሲ ሓወይ ንስካ ከማን ተሓታቲ ኢካ ናይታ ሰአሊ።አዚ ሓዋ ከኣ መሸፈኒ ናይ ኣዲኣ ኮይኑ ይሰምዓኒ

  • @amanitye3608
    @amanitye3608 3 หลายเดือนก่อน +46

    ኦይይይ ዘይከዉን እንታይ ንምርካብያ ኣዲኣ ከተጸልም ንፋጥማ ከኣ ጽቡቕ ጌርና ኢና ንፈልጣ ኣፋ እኩብ ግብራ እዱብ ሙኻና ኢና ንፈልጣ

    • @genetyemane5567
      @genetyemane5567 3 หลายเดือนก่อน +1

    • @adindaadinda6590
      @adindaadinda6590 3 หลายเดือนก่อน +1

      Yegerem eiu

    • @fikirunebari5947
      @fikirunebari5947 3 หลายเดือนก่อน +5

      Please eidhiri tifelta konka nihilinaka kitibil keribka kalka hab

    • @MedaEstifanos
      @MedaEstifanos 3 หลายเดือนก่อน +2

      Bejakum aff knwa

  • @solomonengdom1155
    @solomonengdom1155 3 หลายเดือนก่อน +70

    አብ ክልተ ዝተፈልየ ዓዲ ዝቅመጡ ሰብአይ አዲአ ዉሽማአ ኽከዉን አይክእልን እዩ ዝብል ሐሳብ ጉጉይ ኮይኑ ተራእዩኒ

    • @yoditfkrieuhiwetey3333
      @yoditfkrieuhiwetey3333 3 หลายเดือนก่อน +4

      Emo nedia kemu ktbl aytkeln bejakum eziom mstir nay adiom keywexe eu

    • @sabasabina5346
      @sabasabina5346 3 หลายเดือนก่อน

      ወሽማ ክኸውን ኣይ ክእልን ኢዩ ዘይኮነስ ሰብ ንክፈልጦም ዓቢ ዕድል ኣለዎም።ስለ ዚ ብጀከኣ ምስክር ክርከብ ኣለዎ።

    • @yoditfkrieuhiwetey3333
      @yoditfkrieuhiwetey3333 3 หลายเดือนก่อน

      @@sabasabina5346 ezi kebid edu kmey gerka ktmskr tkel wala haki flet tferh eka ane nbaeley kebid slezkone wala yfleto kmskr ykebdeni nhiwetey ewn yferh eye

    • @yoditfkrieuhiwetey3333
      @yoditfkrieuhiwetey3333 3 หลายเดือนก่อน

      Hakk adigaedadn dekemharen kamo awu edu beta keyh bus 🚌 eka tkeyd 4gzie tmalals nmalti ngezeb aytbel eber bzey zkone neger adia takl kemu ktbl eya ele gmt yebleyn nsu gn nay adiu guday kwexo aydelyn bkemu ka gdn eu nhaftu kekfe

    • @yoditfkrieuhiwetey3333
      @yoditfkrieuhiwetey3333 3 หลายเดือนก่อน

      @@sabasabina5346 sebay gala kemey geru seb kgmtom ykel eto family tray eyom kfeltu zkelu agatami tezey rekibema kale seb
      Gdn eka ka nay adika hmak neger ktshefuno ane nbaeley nay family gana ksemo aydeln

  • @simonbeyene1498
    @simonbeyene1498 3 หลายเดือนก่อน +16

    ሕማቅ ግዜ ኢዩ ኣብ ሞንጎ ኣሓት ዝፈረደሉ 😢😢😢ግዜ በጺሕና

  • @ghenetghebremicael7226
    @ghenetghebremicael7226 3 หลายเดือนก่อน +17

    እውይ ኣቱም ሰባት ኣስተዊኢልኩም ዶ ☝️እዚ ኤርትራውስ ካብታ ብርኽቲ ዓዱ 🇪🇷 ምስ ወጸ ዋላ የእምርኡን ሂወቱን እዩ ዝለቓወስ አብ ዓዱ ግን ዋላ ድኽነት ይሃልዎ መንፈሱ ግን ሁዱእ እዩ 🤔🇪🇷🙏

    • @Chamona1221
      @Chamona1221 3 หลายเดือนก่อน

      ናይ ሐንጎል ሕማም ከይህልዋ,

  • @user-hh2pk1nn9n
    @user-hh2pk1nn9n 3 หลายเดือนก่อน +16

    ንባዓልካ ጌጋ ኣለካ ዋላ ሓዋ ፈሪሙ ስእላ ይስደደልካ ብዘይ ፍቃዳ ስእላ ክትዝርግሕ ናይ በሓቂ ዓቡይ ጌጋ ኣለካ ካላይ ካኣ ቅድሚ ምዝርጋሓካ ክትሓታ ነርካ ብጣዓሚ ዓቡይ ጌጋ ኢካ ተጋጊካ ኢካ ዘለካ ሳላሳይ ካኣ ናይ ጎላ ቮይስ ኣምጺካስ ንምንታይ ዳኣ ናይታ ባዓልቲ ጉዳይ ቮይስ ዘይምጸካዮ ረባዓይ ካኣ ኣብ ኣዘራርባካ ንቲ ባዓል ጉዳይ ንክልቲኦም ሓቲተ ኢየ ዝዝርግሕ ኢልካ ካሳብ ዘራጋግጽ ወርሒ ኢዩ ዝወስደለይ ኢልካ ንምንታይ ዳኣ ናይዛ ጎል ዝኮነ ከይሓተትካ ከምዚ ገርካ ዶስ ጎል ኣንስተቲ ኢያ ኢልካ ዘይተገደስካላ ኣብ ኣዘራርባካ ውን ጸግዒ ነሃቶም ኢካ ዘለካ፡ተወሳኪ ካኣ ንሳ ውን ስድራኣ ስለ ትፈልጦም ኢያ ተዛሪባ ንስካ ካኣ ነሃታ ውን ኣቅርበልና ዘረባ ሓደ ሰብ ሰሚዕካ ዘይምፍራድ ኢዩ ንስካ ካኣ ኣይትፍረድ።

    • @kij435
      @kij435 3 หลายเดือนก่อน +1

      ክብላ እንዳበልኩ ቀዲምካኒ
      ብርህቲ ርእቶ❤

    • @Amorawedigash
      @Amorawedigash 3 หลายเดือนก่อน

      ሓሳብካ ጽቡቕ ኔሩ እዛ ጋል ብዛዕባ ስድርኣ ኣይሓሰበትን ንገንዘብ ኢላ ኢያ ነዲኣ ወላዲታ ኢሒ ፍጭሕ ኢላ ዘወለደታ ኢያ ዘይገበረቶ ኣጸሊማታ ጆሲ ከኣ ጌጋ የብሉን ንህዝቢ ክንጽረሉ ኢዪ ዘሪጋሒዎ ከምዚ ዓይነት ጸለመ ንገንዘብ ኢልካ ግን ክትርፍ ኣለዎ ::

  • @selamtesfay4450
    @selamtesfay4450 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣዲኡ ብሕማቅ ክትልዓል ዝደሊ ውሉድ ስለ ዘየለ ምበር ኩለን ኣዴታት ሓደ ኣይኮናን ጨካን ኣደ ኣላ ርህርህቲ ኣደ ከኣ ኣላ ስለዚ ነዲኡ ክሕለቀላ ግድን ዩ እዛ ጓል እዚኣ ከኣ ተዘይወርዳ ኔሩ ከምዚ ኢላ ክትዛረብ ትብዓት ኣይምረኸበትን 😢

  • @MedaEstifanos
    @MedaEstifanos 3 หลายเดือนก่อน +20

    Genzeb haguzni aybeletn n deqey areduley eya ela

  • @user-gy7ub1js5k
    @user-gy7ub1js5k 3 หลายเดือนก่อน +4

    እግዚአብሔር ይመሃረና 😭 ወይ ዘመን ንወላዲካ ተህስረሉ ዘመን ብጣእሚ ዩ ዘህዝን ዩ ዋላ ሓቂ ይኩን ንስለ ክብሪ ደቃን ወለዳን ክትብል ስቅ ክትብል ምተገብእ ግን እዚ ዘለናዮ ዘመን ሰብ ካብ ስእብነቱ ዝወጸሉ ግዜ ነህዝን ፍጡራት ንከውን አሎና😭

  • @Natan0755
    @Natan0755 3 หลายเดือนก่อน +37

    እዛ ሰብ ሓቂ ክትከውን ትክእል እያ ምክንያቱ እዚ ዝዛረብ ዘሎ ነዲኡ ክከላከል ውን ይዛረብ ይህሉ እዩ

  • @eliaslondon1585
    @eliaslondon1585 3 หลายเดือนก่อน +10

    ኣሕዋት ናይ ኣእምሮ ጸገም ዚገብበረት ይመስለኒ ፡ሓደራ ረኣይዋ በኣል ሞያ ናይ ሳይኪትሪክ አየ ዓቢ ሞያ ኮይኑ ዘይኮነ ሚስ ኣዚ ስለዚተኣሳሰር እዩ

  • @user-yt9wi3dz1x
    @user-yt9wi3dz1x 3 หลายเดือนก่อน +35

    ንስኩም ደቀምሓረ ስለ ትነብሩስ ዉሽማ ክትከዉን ኣይትክእልን ኣዲኩም ድዩ ዝንል ዘሎ እዚ ሓንጎሉ ትሕቲ ዜሮ ዝኮነ ሰብ ኣስመራን ደቀምሓረን ርሕቅ ገይርዎ ።
    ምስላ ምሕብኣ እስልምና ብሸሪዓ ሰለ ዝከዱ ክቀትልዎ ይክእሉ እዮም ስለዚ ሓሶት እዩ ክትብሉ ኣይክእልን እዚኦም ዉን ነታ እስልምና ንምክልካል እዩ።

    • @awelkernuru5077
      @awelkernuru5077 3 หลายเดือนก่อน +1

      Entay islmna mklkal b hade klte n islmna zwkl aykonn zarkey

    • @sabasabina5346
      @sabasabina5346 3 หลายเดือนก่อน

      ኢሂ ኣብ ካልእ ሃይማኖት ከ ጽያፍ ነገር ኣይ ግበርን ድዩ፧

    • @zahramohamed9125
      @zahramohamed9125 3 หลายเดือนก่อน

      Gissss tefelto zeybelka hateftf aytebel

  • @kudsanselemun1957
    @kudsanselemun1957 3 หลายเดือนก่อน +2

    Aza haftna ztezarebto gen hki eyu kem nay zmeslni mknyatu hawan galan entay sle zegatema eya kemzi tgebr zela aybelun zelwu eti bedel kebid atekoyni kebid nay sne aamro xekti kgedfela ykal eyu hawan galan eti naa zegatma brgx kfeltu aykalun eyom nay adiu guday zshfn zolo keyni ysmani nay sebaya xegai ayu zelo hji walo zewasnawa zelwu ymesleni amlak yhagza❤❤

  • @simon1476
    @simon1476 3 หลายเดือนก่อน +8

    በምንም ታእምር ነዲኣ ወላዲታ ብዘይ ዋኣለቶ ከተጸልማ ኣይትኽልን ኢያ። ንስካ ካእ በደሂ ዝኮነ ሕቶ ከተቕርበሉ ነርካ። ስለምንታይ ኣንጻራ ክከዉን ፈቲኑ፧ ስለምንታይ ከ ነዲኣ ተወንጅላ ኣላ፧ ኣይሓተትካዮን። ስለምንታይ ዘይሓተትካዮ፧

    • @eritreanchanell5568
      @eritreanchanell5568 3 หลายเดือนก่อน

      Bemenem teamer kea Guala nea bezygebrto ketkalea aytemxen eya Neaka dema kehatka ane guala ke nea nemntay tekalea ala melselay. Ane dema hawa eye neza seb.

  • @jaharali1579
    @jaharali1579 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤josh god bless u
    Kaldyy jazakaalh keri
    U wright 100% ema abusher bla

  • @zenawikebreab4799
    @zenawikebreab4799 3 หลายเดือนก่อน +6

    ኣብ ማዓልቱ ዘይ ግለጽ ምስጢር የለን ። ንምታይ ድየን ገለ ኣዴታት ኣብ ኣጋ ምማተን እከለ ወደይ ወይ እከለ ጋላይ እቲ ትፈልጥዮ ኣቢኺ ኣይኮነ ኣቢኺ ዝብላ ። ስለዚ ኣነ ምስታ ጋል ኣለኹ እቲ ሕቀኛ ሰብ ብቡዙሓት ምደናገርቲ ሰባት ዩ ዝህደን ።

  • @Meley20
    @Meley20 3 หลายเดือนก่อน +4

    Kemey gerka tamnom mkniyatu eza seb eza haqa eye entay ktrekbo ela emo nweladita ziakl ketexelm gn hawu keman nay seb yeblkan haftka kab tfatah aydewelkalan .... so nska nay gezakum shim keytefe eka tzareb zelka she is right.
    may God gives her strength.

  • @Jossi-mw2cr
    @Jossi-mw2cr 3 หลายเดือนก่อน +31

    ሓው ጆሲ ኩሉ እትሰርሖ መደባትካ ኣዝዩ ጽቡቅ ኢዩ ይከታተሎ ድማ ኢየ ኮይኑ ግን ከምዚ ዓይነት መደብ ኣብ ሞንጎ ስድራቤታትን ሰብ ሓዳርን ፍቁራትን ኣሕዋትን ፡ባእስን ካልእ ሽግራትን ዘጋጠመ ትገብሮ መደብ ኣዝየ ኢየ ዝጸልኦ ጽቡቅ ውን ኣይኮነን ብመሰርቱ ሕብረተሰብና ኸ ካብዚ እንታይ ኢዩ ክመሃር፡እዚ ከምዚ ዓይነት መደብ እንተዘይተምጽኦ ጽቡቅ ይመስለኒ፡ኣብ ዘለኻዮ ሰላም ይሃብካ እግዚኣቢሄር ሰላም።

    • @wediosman5487
      @wediosman5487 3 หลายเดือนก่อน +2

      ኣብዛ ሓሳብካ 100% የሰማማዕ ኣነ። ኣብ ስድራ ቤት ድዩ ሰብ ሓዳር ወይ ካልእ ውልቃዊ ባኣሲ ምቅራብ ወላ ዝኾነ ትምህርቲ የብሉን፡ ብኣንጻሩ ሕማቅ ልምቲ ክከውን እዩ ንቶም ናይ ጥዕና ጸገም ዘለዎምን ብሕርቃን ዝዛርቡን እምበር፡ እንታይ ክማሃር ህዝቢ ካብ ከምዚ። ሓቂ ድዩ ሓሶት እዚ ከምዚ ዓይነት ዘይምቅራቡ ዝበለጸ ኢዩ።

    • @Jossi-mw2cr
      @Jossi-mw2cr 3 หลายเดือนก่อน +1

      @@wediosman5487 ጽቡቅ ኣለኻ ኩቡር ሓው ሕብረተሰብና ካብዚ እንታይ ኢዩ ክመሃር ፡ እቲ ዘሕዝነኒ ግን ኣብ መብዛሕቲኦም ዩቲበራት የሕዋትና ከምዚ ዝበለ ቪደዮ ንሕብረተሰብና ኮነ ንበዓል ጉዳይ ዘምጽኦ ለውጢ ከምዘየለ እንዳፈለጡ ዘምጽእዎ ሙኻኖም ኢዩ ፡ ከም ካልኣይ እቲ ኮመንት ናይ ተኸታተልቲ ምስ ኣንበብዎ ነቲ ዝሰርሕዎ መደብ ዝድግፍ ሓሳብ እንተኾይኑ ናይ ኣዎንታዊ መልሲ ልቢ ይህብዎ ፡ ነቲ ብትሕትና ዝነቅፎም ተኸታታሊኦም ከኣ ግዲ ዘይገብርሉ ሸለል ኢሎሞ ይሓልፉ ዘገርም ኢዩ፡እዚ ከኣ እቲ ካብቲ ዝሰርሕዎ ቪድዮ ዝረኽብዎ ኣታዊ ከይጎድሎም ደኣ እምበር እቲ ጉድኣት ወይ ሳዕቤን ናይ ህዝቢ ከምዘይግድሶም ኢዩ ዘርእየካ።
      ጉዳይኩም ኣብ ሾሻል ሜድያ ኣይተውርድዎ ነዓኹም ጽቡቅ ኣይኮነን ኣብ ሾሻል መድያ ወሪዱ ውን ክፍታሕ ኣይክእልን ኢዩ ብዓቢኡ ውን ንሕብረተሰብና ጽቡቅ ኣይኮነን ኢልካ ዝከኣለካ እንተኾይኑ ውልቃዊ ምኽርኻ ወይ ንኸምዚ ዓይነት ሽግር ክፈትሑ ዝኽእሉ ትፈልጦም እንተ ኣለው ናቶም ቴለ ሂብካ ትሰዶም እምበር ተረኽበ ኢልካ ኣብ ሾሻል ሚድያ ምዝርጋሕ ግን ብፍጹም ቅኑዕ ኣይኮነን።ኩሉኻ ህዝበይ ከኣ ንቃሕ ኣብ ሓዳርካ ይኹን ምስ ስድራቤትካ ወላ ምስ የዕርኹትካ ኣፍቃሪትካ ዘጋጠመካ ሽግር ናብ ሾሻል ሜድያ ሒዝካዮ ኣይትምጻእ ጉዳይካ ብመጀመርታ ብውልቅኻ ክትፈትሖ ጸዓር ብውልቅኻ እንተከቢዱካ ምስ ቤተሰብመቅርብ ኮይንኩም ፍትሕዎ።እቲ ዝበለጸ ግን ባዕልኩም ክትፈትሕዎ ጸዓሩ፡ኣብ ሾሻል ሜድያ ጉዳይኩም ሒዝኩሞ ኣይትምጽኡ ተጠንቀቁ በጃኹም ንቅሑ ሾሻል ሚድያ መፍትሒ ኮይኑ ኣይፍለጥን መፍትሒ ውን ክኸውን ኣይክእልን ኢዩ።

    • @wediosman5487
      @wediosman5487 3 หลายเดือนก่อน +3

      @@Jossi-mw2crየስ ኣብ ዩቱብ ትዛርብካ ዝመጽእ ዝክፍእ ሳዓበን እምበር ፍታሕ ከም ዘይመጽኢ ጽቡቅ ግሮም የፍልጡ እዮም። ነገር ግን ከም ዝበልካዮ ኢዩ ገለ ሰናትም ንምእካብ ገለ ከኣ ንቲ ምስኡ ትባእሱ ወይ ትክራርዩ ዘሎ ሰብ ንምሕራቅ ጥራይ እዩ።

    • @hagereyhagersemaatat4355
      @hagereyhagersemaatat4355 3 หลายเดือนก่อน

      Yes

    • @ShelaM415
      @ShelaM415 3 หลายเดือนก่อน +1

      ብሐቂ👍 እቶም ንሪኦ ውን አርእስቲ ምስራአና ዘይምኽፋት መታባብዒ ከይከውን

  • @user-rt1kw9kt4k
    @user-rt1kw9kt4k 3 หลายเดือนก่อน +4

    ናይ ጥዕና ጸገም ገይራ ከይትህሉ ንሳ እወን ምክብካብ የድልያ ኢዩ እቲ ሓቂ ካብ ሓዋን ጋላን ካልእ ሓቂ ዘሎ ኮይኑ ኣይስምዓንን

  • @user-xm6zh2nf9q
    @user-xm6zh2nf9q 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ጆሲ ሓወይ ኣነ ኣብዛ ናትካ እየ ሪኢቶ ክህብ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ናይ ክልቲኦም ኣመዛዚንካ ትገብሮ ዘለኻ ቀጽሎ።❤ ኣባና ልሙድ ስለ ዘይኮነ ዝኮነ ክብሉኻ ይክእሉ እዮም ሰባት ህን ጽቡቅ ስራሕ እዩ ዝተኣመጸ ረዲኤት ክረክብ ዝዓመጸ ውን ናብ ሕጊ ክቀርብ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ❤❤❤❤

  • @lillytes9857
    @lillytes9857 3 หลายเดือนก่อน +26

    Nediya gin kemey gera titikina? Eizi hawa gin zihisu zelo koyinu yisimeaka.

    • @fikirunebari5947
      @fikirunebari5947 3 หลายเดือนก่อน +2

      Wala eti bial medya wgen hizu alo fikad tehatitkum dikum eindabele neza haftina ke afkiduwa di u

    • @user-ft5cc8vt9q
      @user-ft5cc8vt9q 3 หลายเดือนก่อน

      Wela ane

  • @user-xu5jl6yq8m
    @user-xu5jl6yq8m 3 หลายเดือนก่อน +2

    አዋይ ሓፍተይ ሰብ ዎረኛ ኣጆኺ በርትዒ ሰብ ባሃላይ ተጸሊአዋሎ ረቢ ምሕረት የውርደላ ተጸሊአዋሎ መስኪነይቲ አዋይ ሓወይ ጉድ ረኺብኩም 💔❤🇪🇷💪አዋይ ደቀይ💪አዋይ ጉድ ረኺብኩም ሮምዳን ከሪም ረስዕዋ

  • @ermiasbeletse2144
    @ermiasbeletse2144 3 หลายเดือนก่อน +6

    ዘይተገብረ እምበር ዘይተነግረ የለን ኣፍና ዝሃበና ኣይንዛረብ ዘረባ 2ምስማዕ እዬ መጀመርታ 🤷‍♂️

  • @tidrosekalo-wx9sq
    @tidrosekalo-wx9sq 3 หลายเดือนก่อน +21

    አዚ ወዲ ወላ ሓንቲ ናይ ጭብጢ ዘለዎ ነገር ኣይዛረብን ኣሎ ከምዚ ኢልናያ ዘረባና ዘይሰማዓትና ሃበስ ቀደስ አዩ ንስኹም ከ ሰሚዕኹማ ዲኹም ወይስ ነዴኻ ኢኻ ክትካላኸል ደሊኻ ዝአመን ዘረባ ኣይኮነን

    • @Dfbbhbj
      @Dfbbhbj 3 หลายเดือนก่อน +1

      ስቅ በል

  • @lovepeace1314
    @lovepeace1314 3 หลายเดือนก่อน +23

    ጆሲ ናብ ሓደ ወገን ኣይትዘዙ መጀመርታ ናይዛ ሓፍትና ጸገም ክፍለጥ ኣለዎ ናይ ጥዕና ጸገም ገይራ ካይትህሉ ስእላ ክዝርጋሕ ኣይነበሮን ባዕላ እንተ ተሸፊና መሰላ ኢዩ እንደገና ካኣ ምስ ደቀይ ክራከብ ሓጉዙኒ ኢያ ኢላ እንበር ናይ ገንዘብ ሓገዝ ኣይሓተተትን

    • @JosiasDenden
      @JosiasDenden  3 หลายเดือนก่อน +1

      መጀመርያ ናይ ጓላ ዝበለቶ ጽቡቕ ጌርና ንስማዓዮ፣ ካልኣይ ድማ ስእሊ ካብ ሓዋ ኢና ወሲድናዩ ፥፥ ሓዋ ድማ ፈሪሙ ስለዝሃበና ንዓኣ ምሕታት ኣየድልን ኢዩ፥ ነቲ ዝሃበና ድማ ቆሪጽና ዘርጊሕሕናዮ ፣ እዚ ድማ ፍቁድ ኢዩ ፣ ምኽንያቱ ካብኣ ኣይወሰድናዩን ፣ ናይ በይና ሰእሊ ድማ ኣይነበረን፥፥

    • @lovepeace1314
      @lovepeace1314 3 หลายเดือนก่อน +18

      @@JosiasDenden ኣነ ዝብል ዘለኩ ዋላ ሓዋ ይሃበካ ንሳ ፍቃደኛ ካይኮነት ክዝርጋሕ ኣይነበሮን ሓዋ ኣብ ናታ ፍቃድ ክውስን ኣይክእልን ኢዩ መስለኒ ጋላ ካኣ ናይ ኣዲኣ ጌጋ ሙካኑ ኢያ ተዛሪባ እንበር እንታይ ኮይና ከምኡ ትገብር ኣላ ኣይገለጸቶን እዛ ሰብ እዚኣ ብውሽጣ ጸገም ይህልዋ ጽቡቅ ኣላ ኣይኮንኩን ዝብል ዘለኩ ኣብዚ ደብጽሓ ነገር ግን እንታይ ኢዩ ክንብል ክንክእል ኣለና በሃሊት ኢየ እንተተጋግየ ይቅረታ

    • @gualbahtahagos7001
      @gualbahtahagos7001 3 หลายเดือนก่อน

      Jossi tsegi ayhazen common sense yzareb alo drama kikewn yikiel eiu wey wn agatimwa kikewn yikiel

    • @lovepeace1314
      @lovepeace1314 3 หลายเดือนก่อน +6

      @@gualbahtahagos7001ኣነ ውን ሓቃ ኣይበልኩን ዝፈልጦ ክሳብ ዘየለ ግን ስእላ ክዝርጋሕ ከሎ ፍቃዳ ክሕተት ኔርዋ ድራማ እንተ ኮይኑ ካኣ እዛ ሓፍትና ክሳብ ከምዚ እንታይ ኣብጺሕዋ ክንብል ኣለና ድሓር ካኣ ጌጋ ይክልኣለይ እንበር ምስ ደቃ ንምርካብ ኢያ ሓገዝ ሓቲታ

    • @hagerniguse3717
      @hagerniguse3717 3 หลายเดือนก่อน +5

      Nay abua zemed khtetu alewom abua wn dnget moytu tbl nera zeytenegre enber zeytegebre yelen

  • @sham-vj4yp
    @sham-vj4yp 3 หลายเดือนก่อน +24

    ንስካ ከማን ብሕጊ ክትህተት ኢካ ንርእስኻ ሃቲትካያ ዲኻ ነዛ ስብ ንርእስካ ዘይትገብሮ ንሰብ ሃቲትኩም ዶ ትብልሲ ጽቡቅ ኣይኮነን ሰብ ምባስ እንተ እቶም ስድራ ዕርቂ የውርደሎም ንስካ ግን ሰብ ሓዊ ኣይተትዉ

    • @genetyemane5567
      @genetyemane5567 3 หลายเดือนก่อน +2

      I agreed

    • @rehaboth203
      @rehaboth203 3 หลายเดือนก่อน

      Meskin seb abey kiterekakibelu elkaya. emo kaa ab Africa konka mesel seb zibahal yelen ember gega eyu nata picture militaf

    • @natn263
      @natn263 3 หลายเดือนก่อน

      nus dea entay mhtat adlywo eti tezarebeto ab TH-cam semiewo endyu

  • @user-go2ju2wn2i
    @user-go2ju2wn2i 3 หลายเดือนก่อน +62

    ሓሶት ኣይትዛረብ እዛ ጋል ውጽዕቲ ያ!!!😢

    • @MedaEstifanos
      @MedaEstifanos 3 หลายเดือนก่อน +5

      Amlak msaka ykun ab goni haqi nkun

  • @achrafiseha702
    @achrafiseha702 3 หลายเดือนก่อน +4

    Kabey mexiu diu haftu wesidu, nediu mwusham dea eti zklele iyu. Nsu dea entay kbleka txbe adey ms Sebay haftey ktdkis kolo negiratni 😢😢

  • @TV-qc2lu
    @TV-qc2lu 3 หลายเดือนก่อน +13

    ሕጂ እንታይ እዩ ! ናይ ክልቲኡ ወገን ሰሚዕና ኣለና :: ስለዚ እንደገና ሓበሬታ የድልና እዩ : ሰብኣያ ኣምጺእካ ምዝራብ ኣኻሊ ክኸውን ኣይክእልን እዩ : ናቶም ጸግዒ ክወስድ እዩ ፉሉጥ ! ካልእ ሕብረተ- ሰብና ጸቃጢ ባህሊ ኣለዎ ! እዚ ውን ኣብ ግምት ክኣቱ ኣለዎ ! ምናልባት ጸገም ናይ ኣእምሮ ጌራ ትኸውን እዚ ውን ካልእ ሕቶ እዩ ! ስለዚ ንዓኣ ውን ክትረኽባ ኣለካ ባሃላይ የ :: ከምኡ ውን ን ተስፋ Blen Enteraiment ‘ ኣዘራርቦ ::

    • @user-uq6yn2du7r
      @user-uq6yn2du7r 3 หลายเดือนก่อน +1

      Ane kulu b’ DNA eyu zftah behalay eye neti sebayan nedian beqa eta zabeyet mefthi kalie mefthi kkewn aykielin

    • @MedaEstifanos
      @MedaEstifanos 3 หลายเดือนก่อน

      Kkkkk kemey malet DNA ms adia yhadr mnbaru yeflt dyu eza ade tbhal zela ke bdhriu kalie wshma hiza entekonet ke ? Zflet yelen

    • @selamdelayt3949
      @selamdelayt3949 3 หลายเดือนก่อน

      @@MedaEstifanosDNA kflet ykil yu gn ezi guday etom klte turturat balom fkadegnatat kokonu alowom. Etom klte malet sebayan adian ke zkmetwo adi n DNA kgebru kelil dyu? Kbd zbele yu hawey.

    • @user-uq6yn2du7r
      @user-uq6yn2du7r 3 หลายเดือนก่อน

      @@MedaEstifanos nsatom trah rkb gierom yfeltun ayfeltun yflet eyu

  • @tsegaizemichael8195
    @tsegaizemichael8195 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you Josi

  • @hagereyhagersemaatat4355
    @hagereyhagersemaatat4355 3 หลายเดือนก่อน +3

    እቲ ሓቂ ዋዓልኡን ሓደ እግዝኣቢሄር ን እዩ ዝፈልጦ ግን እቶም ስድራ ዋላ ደቃ ምስ ሰብኣያ እዮም ዎግኖም፡

  • @oziyahoo5258
    @oziyahoo5258 3 หลายเดือนก่อน +2

    Kulu were 2 gets alewo emo yeqeniyelna thank You so much give the other side chance to clarify their truth

  • @jesusmaryam8164
    @jesusmaryam8164 3 หลายเดือนก่อน +5

    Bruder, bitte lass uns doch in Ruhe! Das geht uns doch gar nicht 😢
    Ich bitte dich, das brauchen wir nicht. Ich bin hierher gekommen um dich schreiben nicht um zuhören 😢
    ህዝብና ይባላሻ ኣሎ፡ ናይ ወረ ናይ በለካ ለኻዓካ ኮይኑ። ኣየድልን እዩ ከምዚኢታት

  • @Semiraasmara
    @Semiraasmara 3 หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤❤እዛ ሐፍትናሐሚማ አነ እዚ ሐዋ ሐቀኛ ፈራዲ እዬ ተባረክ: ስነ አእምራዊ ጸቅጢ ጌራ አላ።

  • @mehariemehazion9718
    @mehariemehazion9718 3 หลายเดือนก่อน +2

    Egziabher kbri yhabka ❤❤❤

  • @TV-qc2lu
    @TV-qc2lu 3 หลายเดือนก่อน +13

    እምበር ገጻ ሸፊና ምዝራባ ሲ ኣይቅኑዕን እዩ ዝብሃል ኣይቅበሎን እየ :: ካልኣይ እዚ ንክትገብር ዘምጽኣ ምኽንያት እንታይ እዩ ዝብል እኮ ጋላ ይኹን : ሓዋ ዘብርህዎ ነጥቢ የለን ? Jossi

    • @eritreanchanell5568
      @eritreanchanell5568 3 หลายเดือนก่อน

      Ane hawa eye ane wen zekone fere ayraklun zerebea melkti yeblan enterfo xelme hasot entay emo kenbel delika

    • @user-hw2ty4jr8b
      @user-hw2ty4jr8b 3 หลายเดือนก่อน +1

      ወረ እታ ጋላ ፡ባባ ካብ ጁባ መጽዩ ኩሉ ገዲፈዮ እየ ኢሉ ንዓና ናብ ሽረ ኣምጺኡ ኣብ ትምህርቲ የእቲና እካ ኢላ፡ ናይታ ጋላ ዝተመልአ ድምጺ ውን ብጽሑፍ ሂቦም ኣንብብዮ ኢሎማ ክኮኑ ይኽእሉ እዮም

    • @amirjemal5656
      @amirjemal5656 3 หลายเดือนก่อน

      Aytigage komu aykonen ​@@user-hw2ty4jr8b

  • @kbrinmedhanealem8895
    @kbrinmedhanealem8895 3 หลายเดือนก่อน +16

    Eway Kab haftka’s n sebay haftka tdgf aleka

    • @fyoribereket6130
      @fyoribereket6130 3 หลายเดือนก่อน +2

      Ndiom keytxrefom entay kgebru dea mo

  • @IbrahimMohammedbrhan
    @IbrahimMohammedbrhan 2 หลายเดือนก่อน

    Thanks josi

  • @MmMm-zd3vu
    @MmMm-zd3vu 3 หลายเดือนก่อน

    ካብዚ ኩሉ ከምድሰማዕናዩ ኃላን ሐዋን ሰሚዕና ተጸልሞም ካምዘላ ተረድአ አብዛዓለም ዝስማዕ ዘገርምዩ

  • @azebweldu7852
    @azebweldu7852 3 หลายเดือนก่อน +33

    ኣታ ጆሲ ትብሃል ሰበይታይ ከመይ ጌርካ ብዘይ ፍቓዳ ስእላ ትዝርግሖ ንባዕልኻ ኣብ መንጎ ስድራ ኣቲኻ መሊስካ ፋሕ ኢኻ ትብል ደለኻ ሰሪሕኻ ብላዕ ዳሓርካ ፍታሕ ዶ ኣሎ ኢዩ ኣብ ይቱብ ትብል ንስካ ከ ከመይ ጌርካ ነዞም ቆልዑ ኣብዚ ኣምጺኢኻ ዝሩብን ዘይዙሩብን ተዛርቦም ድርባይ ኢኻ ንቢኣዕልኻ

    • @danielpetro1997
      @danielpetro1997 3 หลายเดือนก่อน +3

      ከም ጆሲ ለባም ክትከዉን ጻዓራም ከትከውን ጸርፊ ግደፍ

    • @azebweldu7852
      @azebweldu7852 3 หลายเดือนก่อน +3

      @@danielpetro1997 እዛ ጌርዋ ደሎ ጽብቕቲ ማለት ድዩ እንተኺኢሉ ብውሽጢ ዘይዓርቆም የሕዋቱ እድዮም ወገንነት ስለምንታይ ይሕዝ ዓገብ ድሓር ካኣ ናት ስእሊ ንመን ኣፍቂዱ ይዝርግሖ የሕዋትና ኣብዚ ክወድቁ ኣይንደልን ኦኬ ወድሓንካ ለባም ካኣ ይብሎ

    • @dahabmisgina8594
      @dahabmisgina8594 3 หลายเดือนก่อน

      Btaime xibuk zereba

    • @Dfbbhbj
      @Dfbbhbj 3 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂 ጉኑፍ ስቅ ኢልካ ኣይትጻረፍ

  • @habtomtesfai4240
    @habtomtesfai4240 3 หลายเดือนก่อน +16

    ጆሲ ሰብ ኣይትፍረድ

  • @user-tc7st1kv2n
    @user-tc7st1kv2n 3 หลายเดือนก่อน +1

    እታ ሓብቲ ምሕረት የውርደላ።

  • @zemkielokubey2492
    @zemkielokubey2492 3 หลายเดือนก่อน +8

    Atum sebat keyetsarena be gahi tae ilena knmewet ina aygermekumen kemey gahi tesemiuni keneyu meslekum.
    Gen meskelawi heto heteto haw Josi.

  • @kulunxsebukeu2919
    @kulunxsebukeu2919 3 หลายเดือนก่อน +1

    Sorry josi hawey ane bzhuh gzie eye zketateleka mizanawi eka abzi gn twegen zelka koynka tesemikani.mknyatu bzey zkone xsegem nweladita kemu ela ktexselem tel eya ayblen eya nbaela wm kbreta eu ab media wexsiu zelo slezi bhasot kbhiwetan hiwet dekan tetale eya ayblen eye slezi neaa wn ktezarba mdelena.bzterefe thebro medebat tekami eu kexslo.

  • @aronkesete3879
    @aronkesete3879 3 หลายเดือนก่อน +3

    Selam josi.. nezi hawa htoto naytom nashti ahwatka knday eu admiom bolo ??????

  • @tommygebar1930
    @tommygebar1930 3 หลายเดือนก่อน

    ናይ ጥዕና ኣይኮነን ምሕረት የዉርደላ

  • @betelmesfin1888
    @betelmesfin1888 3 หลายเดือนก่อน +1

    Well, I’m sorry brother your sister is sick help her she need you

  • @asufyh7075
    @asufyh7075 3 หลายเดือนก่อน +2

    አነ ናይዛ ተበዲለ ትብል ዘላ ደጋፍይ ኢየ ምክንያቱ ብዘይ ምክንያት ንአደአ አይተፀልምን

  • @asmeraroyalcafe
    @asmeraroyalcafe 3 หลายเดือนก่อน +5

    ንምንታይ ዕላማ ኣብዚ መጸያ ተበዲለ አላ ንህዝቢ ንምትላል ድዩ ካብ ህዝቢ ገንዘብ ምልማን ሰብ አንታይ ክሕግዞም አዩ ኣብዚ ምጸዮም ዘካሰሱ ዘለዉ አዚ ወሽማ ኣድኣ አዩ ነሩ ዘበልቶ ሰብኣያ ምጸዩ ክዛረብ ኣለዎ ናይ አንዳ ኣቡኣ ቤተሰብ አንተኣለዮም ውን ክሕተቱ ጸቡቅ ብዘተርፈ ጉዳይ ኣብ ንፋስ መድያ በጺሑ ተነዝሑ ክተረፍ አምበር ፈታሕ ኣይምጽእን አንተ ኽኢልኩም ዕረቑዋ ምስ ሰብኣያን ደቃን ዘይጋገ ሰብ የለን

  • @salmanabdalla217
    @salmanabdalla217 3 หลายเดือนก่อน

    ጆስ ናይ ቢሓቅ ኑፉዕ ጸግዒ ከይ ሓዝካ ኣብ ማንጎኡም ዞሎ ሓቂታት ህዝቢ ንክፈልጡ ቲገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ ክቲመኣገን ዘገባካ ኢካ ኡሞ ቃጽሎ ዒድመን ጥዒናን ዪሃብካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @Eriqueen1234
      @Eriqueen1234 3 หลายเดือนก่อน +1

      Xegi Natom wesidu inber, photo nata keman bezay fikada post gerwo lol

  • @Debas97
    @Debas97 3 หลายเดือนก่อน +46

    ይቱብ ቤት ፍርዲ ተቀይሩ ወይ ግዜ😢

    • @kesetehabte1955
      @kesetehabte1955 3 หลายเดือนก่อน

      😅😅😅😅

    • @afrahsuleiman4880
      @afrahsuleiman4880 3 หลายเดือนก่อน +1

      Yegrmaki eu way giza

    • @Sinksar605
      @Sinksar605 3 หลายเดือนก่อน +1

      Genzeb haremrem koyna kula😮

    • @ShelaM415
      @ShelaM415 3 หลายเดือนก่อน

      🤣 🤣🤣able zelenayo gaze endehre abo kulu zeteamamene መራጋገጺ ዲኤንኤ zygebre

    • @luwiluwi7247
      @luwiluwi7247 3 หลายเดือนก่อน

      Gerimuna eko

  • @ermile2091
    @ermile2091 3 หลายเดือนก่อน +3

    xufuf agalalexa god be with u

  • @furtunabrekti4059
    @furtunabrekti4059 3 หลายเดือนก่อน +13

    Ewa Atum sebat neziom ke kemey gerna neamnom nediom zeward slezkonet gdn iyom anxara kzarbu.
    Ember hanti ertawit gual ansteyti hasiya bfexum kemzi ktebl aytkeln ya mnalbat zwexketlu yehlu Ember.
    N hagez genzeb tzkewn kale tarik memhazet enber n sdrea ab waga edaga aymetwetomn.
    Gn natna bahi ebeto ebeto slezkone kindey awald b kendey shigr yehalfa alewa.

    • @MedaEstifanos
      @MedaEstifanos 3 หลายเดือนก่อน +3

      Enjera alem bli ketemezazni haftey natey wn kemnatki eyu ruytoy genzeb delye aybeletn deqey kihidomni ndeqey khaquf eya ela

    • @salehjemhle2951
      @salehjemhle2951 3 หลายเดือนก่อน

      Guala ke ni adea ehlifa mahabet do?

    • @furtunabrekti4059
      @furtunabrekti4059 3 หลายเดือนก่อน +1

      @@salehjemhle2951 guala nishtey ya tfelto guday yeblan dehar kea abom xbuk geru ndiom kemzselwa serihu iyu kemti zbleto so gdn yom ab goni abeom kekenu haki gn b resa tkebrkaya b egra ya twex.

    • @salehjemhle2951
      @salehjemhle2951 3 หลายเดือนก่อน

      @@furtunabrekti4059 gula da 19 amet gera entay aqoliwa

    • @helugalerey9557
      @helugalerey9557 3 หลายเดือนก่อน +1

      Amlak ybarki haftey haki tezaribki nedika entay elama aleka texelma mskineyti fatuma kea kolom wegen adiom yom koynom sema tesaeinu Amlak gn kulu gzie Ms haki u

  • @Meley20
    @Meley20 3 หลายเดือนก่อน +6

    Ente kielka haftika hagizzzz kindi bxuhhh seb aytmihal.... entay koine ela ni adia ketexelima elka tihasib niska ke

  • @user-vr4dz9fd6k
    @user-vr4dz9fd6k 3 หลายเดือนก่อน +8

    ጆሲ ድዮም ዝብሉኻ ንምዃኑ እቲ እንተርቪው ናታ ሰሚዕካዮ ኢኻ። ንሳ ዝበለት ፡ ቅድሚ ንዓይ ምምርዓዉ ው
    ሽማ ኣደይ ነይሩ ኢያ ዝበለ

  • @abedegaim4891
    @abedegaim4891 3 หลายเดือนก่อน +5

    ጆሲ ሓውና መደብካ ብጣዕሚ ጽፍፉን ብመርትዖ ዝተሰነየ ብዃኑ ኣድናቆተይ ይገልጸልካ።ኩሉ ግዜ ሓቂ ዘቃልሕ ሰብ ሰዓብቱ ብዙሓት እዬም።ብዙሓት ሚድያታት ኣብዘይተረጋገጸ ንቪውስ ስለ ዝሰርሓ ሑሱራት እየን።ንስኻ ብኣካል ስለተቅርቦም ነሰብ ጉዳይ ብጽሞና ካብ ዝዕዘበካን ዘድንቀካን እየ።ግን ሓደራ ቅልጥፍ ኢልካ ምጽኣና ኣይትደንጊ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @JosiasDenden
      @JosiasDenden  3 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበለይ🙏

  • @hagerniguse3717
    @hagerniguse3717 3 หลายเดือนก่อน +6

    Ewae josi dhan dika hagez tetdeli dea quxri telefhon wey gofoundme zeytgebr

  • @semharteklemariam9486
    @semharteklemariam9486 3 หลายเดือนก่อน +6

    Josi hawey qelat yebleyn megletsi tebarek kemaka nfua entezbezhus medebagerti aymhalewun ❤❤❤❤❤❤❤

    • @JosiasDenden
      @JosiasDenden  3 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏

  • @fikirunebari5947
    @fikirunebari5947 3 หลายเดือนก่อน +10

    Haw josi selam dika eintay kitibil semiaeka fatuma haftina interview kitgebir kelas niakum yikun nisebaya afkidukum wey tehatitkum dikum ane kemzi medeb kekirib keleku kedime ye zihatom tibil aleka nihaftina fatuma nisika ke hatitkaya dika mikiniyatu bizaeba siltizareb zeleka walas lebamlebam eika tixawet zeleka mikiniyatu hawa nedieu ahlifu kihba aydeleyen yikowin gala keman voice melia ya sedida nisa diya aynisin bikemey nifelit ketemxiom eintekonka b video gexom keliom kisab zeytezarebu hakinet zibihal yebilomin nisa ka tihayisha biakal mexya gexa tiray tekewila nusu kia sikifta nayhibreteseb aytirdon aybilin eintekielka xegei nayzikone keyhazka einda aboa beteseb amxika azeraribom wey meteabita wedihanka

    • @MedaEstifanos
      @MedaEstifanos 3 หลายเดือนก่อน +2

      Smart ab gonka aleku

  • @zahramohamed9125
    @zahramohamed9125 3 หลายเดือนก่อน

    Yes ezi eiu eti haki thanks ❤

  • @k.l5763
    @k.l5763 3 หลายเดือนก่อน +2

    ብሓፈሻ ህዝብና ካብ ንጌጌኛ ኣዲኡ ኣሕሊፉ ክህብ፡ ነታ ሓቀኛን ዝተሓላለኸ ሂወት ዘለዋን ሓብቱ ከነጸልም'ዩ ዝቀለና! ብዝኾነ ዝያዳ ምጽራይ ዘድልዮ ጉዳይ'ዩ።

  • @floragebrea5mlak437
    @floragebrea5mlak437 3 หลายเดือนก่อน +5

    አቱም ሰባት ጸገም ናዛ ሐፍትና ተረድአላ ጀሲ እዚ ወዲ ነዲኡ እዩድሽፍነላ ደሎ እሞ አይትፍረድ ንምንታይ ነዲአ ደጸልም አይነበራን ግን ሐቃ ስለ ድኾነት ንኻልእ ሰብ ድአ ደይትብል ግን ነዲኡ ይማጎተላ እዩ ዶሎ አስተዉዕል

  • @mihretande6584
    @mihretande6584 3 หลายเดือนก่อน +4

    Way tkal zemen antay en nkewn zelema

  • @fintra26
    @fintra26 3 หลายเดือนก่อน

    Josias wegen aytihaz. netom kulom sida ka selam yfterlom

  • @martatsegay9603
    @martatsegay9603 3 หลายเดือนก่อน +6

    Nedieu hara kewtse eilu ykewun dhar ka nakum ke afkidomukum dyom tbla nskas naa afkidkaya dika sela zergihkayo, kneomnom nezieom wun aynkeln eina

  • @hannastehaye8845
    @hannastehaye8845 3 หลายเดือนก่อน

    The way Jossi talking about the sister event his questions sounds like his been told what to say

  • @osmanadem7183
    @osmanadem7183 3 หลายเดือนก่อน +1

    الله المستعان

  • @sirajosman5913
    @sirajosman5913 3 หลายเดือนก่อน +3

    It better if you could interview the man who is being accused because in this social media times , it's always about narrative. She had her alternative truth also He might have his own.

  • @tedrosberhe1850
    @tedrosberhe1850 3 หลายเดือนก่อน

    ጆሲ እዛጉአል ገለ ጸገም ጌራ ከይትህሉ ናብ ዝበአሰ ከይከደት .የሕዋታ ክሕግዝዋዮ ዘለዎም ..ጽቡቅ እንዲዮ ብምቅራብካ ነቲ ሐቂ ..ግን ተጋዳዱ ስጋብ አብሒወታ ምሕላፍ ከይትሰግር ምከሮም በጃካ

  • @mechaleberhane8626
    @mechaleberhane8626 3 หลายเดือนก่อน +5

    ሰላም ጆሲ ሓወይ ኣነ እተቀርቦ ኩሉ መደባትካ ይከታተሎ የ ጽቡቅን ፍትሓውን ዩ ነይሩ ሎሚ ዝገበርካዮ ግን ተጋጊካ መጀመርታ ተበዳሊት ኢካ ተቅርባ ካላይ ጸግዒ ናይ ሓዋ ኮንካ ሞ ከኣ ዝሰኣነቶ ዘይብላ 4 ቆልዑ ወሊዳ ሃጽ ኢላ ክትጠፍእ ዝገበራ ኣብ ግምት ኣይትእትዎን ዶ ዝከበደ ይክበድ ካብ ባዶ ተበጊሳ ጋል ሄዋን ን ወላዲታ ኣይተጸልምን ያ ስላዚ ኣነ ከም ዝርዳኣኒ ዝተከወለ ምስጢር ኣሎ መዓልቱ ሓሉ ክወጽእ ዩ ነዚ ኩሉ ዝሪኢ ፈጣሪ ኣሎ ኣምላክ ምስ ውጹዓትን ሓቂናታትን ይኩን ጆሲ ከተቅርባ ክንጽበየካ ኢና ሓቂ ብርእሳ ተቀበርካያስ ብእግራ ትወጽእ ይብሉ

    • @JosiasDenden
      @JosiasDenden  3 หลายเดือนก่อน

      ኩቡር ሓዉ ጽቡቅ ኣለኻ ግን ንሳ እኮ ተዛሪባያ ፤ ከነዛርቦ ንኽእል ሕጂ እቲ በዓልቤታ ኣቦ ደቃ ኢዩ ፤ ንሱ ድማ ንጽዕር ኣለና ከነዛርቦ።

    • @Eriqueen1234
      @Eriqueen1234 3 หลายเดือนก่อน

      Photo bela zeakbeto why neska ab youtube zergihkayo???????? Hawa afkifylay dika kitibil, hawa malet nesa malet iykonen.privacy and confidentiality zebhal neger iyredkan diyu, and be higi TH-cam keman iyfkidelkan iyu

  • @rubiabdelkadir
    @rubiabdelkadir 3 หลายเดือนก่อน +1

    Ya Allah

  • @yordanosyemane1289
    @yordanosyemane1289 3 หลายเดือนก่อน

    Bravo jossi ❤️🇪🇷

  • @Funnyhabesha833
    @Funnyhabesha833 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጆሲ ሓወይ ኣብዚኣ ተጋጊኻ ምኽንያቱ ከተበደለት ከምዚ ክትብል ኣይትኽእልን እያ ምኽንያቱ ብዙሕ ትራማ ኣለዋ ንሳቶም ደኣ እንታይ ክብሉኻ ምኽንያቱ ኣብ ሕብሩተሰብና ብዛዕባ ክብሪና ዓሌትና እንዳበሉ ብዱል ከይዛረብ ጸገሙ ከይነግር ምፍርራሕ ምንጻል ከምዘሎ ኣይትዘንግዕ እዚ ኣይኮነን ካልእ የጋጥም ንስኻ ከኣ ሓዋ ተባሂልካ ክንዲ ትሕግዛ ቃንዛኣ ክንዲ ትርድኣላ ብዛዕባ ክብርኹም ጥራሕ ትሓስቡ😢

  • @zerihannestesfay8478
    @zerihannestesfay8478 3 หลายเดือนก่อน +1

    ገጋ ናትካ ኢዩ ጆሲ ሓቂ ደልካ ኣቦ ደቃ ዲአንአን ግበን ኢልካ እቲ ሓቂ ተምጻኦ እበር ሃበካ ለካዓካ ንድሕሪት ኣይትመለስ

  • @SenaitMehari-tj4tj
    @SenaitMehari-tj4tj 3 หลายเดือนก่อน +5

    Kebid gza eyu sebaya tray akali aykonen ,enda abuom ykrebu .deka belu tebahilom kkonu ykelu eyom.mknyatu eza ade 4 kolu ms tezarebt ,kemzi nayza habtna zfelto hiwey año .pls aregagxu

    • @HabenMedia
      @HabenMedia 3 หลายเดือนก่อน

      Ewe zemed abua kqerbu alewom ab nay ms tesfu zkone seb amxiaom kzarbu ykailu eyom

  • @enate-
    @enate- 3 หลายเดือนก่อน +15

    ሃለዉሎው ኢዩ እዚ ነዚ ሰብ ብከመይ ነጸልሎ ኢዩ መደብኩም

  • @jesusislord2367
    @jesusislord2367 3 หลายเดือนก่อน +1

    Josias nay hade side aytkun. Nisa zegatema bebhade tezariba.

  • @tsegaysolomon8343
    @tsegaysolomon8343 3 หลายเดือนก่อน

    ንዓኣ ምሕረት የውርደላ፡ ነዞም ስድራ ቤት ከኣ ኣምላኽ ዓቅሊ ይሃቦም። ኣምላኽ ናብ ልባ ተመሊሳ ትናሳሓሉ መንገዲ ይፍጠረላ፡ እዞም ዩ tuberat ከኣ ይ ኣዝክል፡ ንነገራት መመሊስኩም ላምባ ኣይትከስክሱሉ፡ ይ ኣክል።

  • @user-br5kk1mz7h
    @user-br5kk1mz7h 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኖኖኖኖኖኖኖኖኖ እቲ ናይ ገፅ ምናልባት እቲ ዘመሓላልፍ ዝነበረ ወዲ ከይከውን ከዊልዎ ካልኣይ ከኣ ሓዋ ከምዚ ምበሉ ኣይ ገርምን ምኽንያቱ ነዲኡ ዝተበደለ ጥራሕ እዩ ሓቂ ዝዛረብ እምበር ሓዋ ሓቂ ኣሎ ማለት ኣይኮነን

  • @habtutekie9243
    @habtutekie9243 3 หลายเดือนก่อน +1

    Hagez tdelyo zela deqa nkthaquf u dleita atum sebat

  • @maraseltan7010
    @maraseltan7010 3 หลายเดือนก่อน +3

    ሓግዝዋ ሓገዝ ተደልያ

  • @habtomhailu9045
    @habtomhailu9045 3 หลายเดือนก่อน +3

    ብዛዕባ እቲ ሃሪምኒ ጥንሲ ከይድኒ ትብሎ ዝነበረት ሓቂ ድዩ

  • @esromokubay3722
    @esromokubay3722 3 หลายเดือนก่อน +4

    Eway chkane ata amlak aboy

  • @uqbamichaelhabtegergish2801
    @uqbamichaelhabtegergish2801 3 หลายเดือนก่อน +3

    ጆሲ ካብ አርእስቲ ወጻኢ አይትዛረብ መጀመርያ ነቲ ዝበለቶ ደጊምካ ስምዓዮ።

  • @fiorikefela1090
    @fiorikefela1090 3 หลายเดือนก่อน +2

    Eziom sebat eziom kedamay nediom kmu win neti familj semom bhamak bzedentsu guday sltelaele eyom zkawemu zelwu enbr kbid segem entezygetma ab media aymemesetin nsa. manim seb ztefeo aykonn shigrka setierka mkad gin lieli akima slezkona eya.

  • @alimohamed-qr9lj
    @alimohamed-qr9lj 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤josi

  • @abdul-basitosman374
    @abdul-basitosman374 3 หลายเดือนก่อน

    👌👍🙏 GOD job

  • @Chamona1221
    @Chamona1221 3 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ሐንጎል ሕማም ከይህልዋ, ሕክምና የድልያ።

    • @user-ni8bp3yn7p
      @user-ni8bp3yn7p 3 หลายเดือนก่อน

      Aqla xebibuwa zmahazeto iyu

  • @yordanosyemane1289
    @yordanosyemane1289 3 หลายเดือนก่อน

    Egzabher mhret yewrdelna