ኤርትራውያን ደኣ ታይ ከይትገብሩ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ก.ค. 2022
  • ኤርትራውያን ደኣ ታይ ከይትገብሩ
    VISIT AT JOSIAS DENDEN
    - FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
    / josiassdenden
    - FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
    - FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
    / josiassdendentechno
    - INSTAGRAM Josias Denden
    / josiassdenden
    - TWITTER Josias Denden
    / josiassdenden
    - TIKTOK Josias Denden
    www.tiktok.com/@josiassdenden...
    #Wedisultan#Nahom#Eritrean

ความคิดเห็น • 448

  • @JosiasDenden
    @JosiasDenden  2 ปีที่แล้ว +16

    Instagram ብኢንስተግራም ሰዓቡና ንሓጸርቲ መሃርቲ ቪድዮታት👇

  • @asterkidane2328
    @asterkidane2328 2 ปีที่แล้ว +39

    ተጠንቀቁ ብዙሕ ቀጥፍቲ ብስም ደቂ ሰውአት ዝሽቅጡ አለው

  • @user-jn2ic9mm2y
    @user-jn2ic9mm2y 2 ปีที่แล้ว +47

    መድሃኒ ኣለም ዝኣመኖ ይጥለሞ ካብ ዓይኒ ኣምላኽ ዘምልጥ ኮቶ የልቦን።

  • @user-jn2ic9mm2y
    @user-jn2ic9mm2y 2 ปีที่แล้ว +43

    ዳሓን ዝሓወይ ኣምላኽ ባዕሉ ክፈድየልካ ኢዩ ንሓዉኻ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ መዋጸኦ ይፍጠረሉ ንስኻ ግን ኣጆኻ ኣይትጨነቅ ዝሓወይ ኣምላኽ ምሳኻ ኣሎ እቲ ሰናይ ተግባርካ ኮንቶ ኣይጠፍእን ኢዩ።ንስኻ ግን ሓደራኻ ተሰፋ ከይትቆርጽ 🙏🙏🙏❤❤❤🇪🇷👈

  • @imissyoumom238
    @imissyoumom238 2 ปีที่แล้ว +64

    እዋይ ሓወይ ኣሚንካ ዝሃብካዮ እዚ ጠላም ዝብኢ በሊዕዎ ኣዛብእ ይብልዕዎ ጨናዊ ኣጆኻ ሓውኻ ካኣ ብሰላም ይውጻእ 🙏

  • @asterghebrai517
    @asterghebrai517 2 ปีที่แล้ว +33

    አምላክ ጻማካ ይሀብካ❤️‍🔥🇪🇷🇪🇷🙏😘

  • @haftialex6914
    @haftialex6914 2 ปีที่แล้ว +15

    ኤህ ለካሚኡ ይግበሮ ኣጆኻ ሓወይ ንሓውኻ መዋጽኦ ይፍጠረሉ ጽብቅ የስምዓካ ፈጣሪ

  • @aronasmera8867
    @aronasmera8867 2 ปีที่แล้ว +102

    ኤርትራዊያን ገርህታት ኢንድኩም ኮኒኩም😭😭

  • @zaidrooma8692
    @zaidrooma8692 2 ปีที่แล้ว +17

    እዚይ እንግላድ ዘሎ ውን ናቱ ታሓጋጋዛይ ኢዩ እዚይ ሽጣራ ዝሰርሕዎ ዘለዉ ኢዩ እዚይ እንግሊዝ ዘሎ ውን ገበነኛ ኢዩ እዚይ ወዲይ ምስኪን ኢዩ ተላጊጸምሉ

  • @Eri.Boy07
    @Eri.Boy07 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣጽወቲሞኻ ተጋሩ ሰርቅቲ ውዲ ኤረይ ኣጆኻ እዞም ክሕዳማት ተጋሩ።

  • @tsigehabte1744
    @tsigehabte1744 2 ปีที่แล้ว +6

    ንሃውካ ኣምላክ መዋጽኦ ይፍጠረሉ እምላክ ስለቲ ሰናይ ዝገበርካዮ ግን እግዝኣብሄር ዕጽፊ ድርብ ጌሩ ክህሰካ ዩ ሰናይ ምግባር ኣዚዩ ጽቡቅ እዩ

  • @user-bs3ix1hp1r
    @user-bs3ix1hp1r 2 ปีที่แล้ว +55

    ሽሕ ግዜ ኩን ሕያዋይ ኣይትእመን ት........ይ 😂😂☝️

  • @anderbrhanabraham2828
    @anderbrhanabraham2828 2 ปีที่แล้ว +12

    ይዋሳኣካ እዩ ኔይሩ።ጉዳይ ሓውካ ጥራይ ግበር።

  • @haregubereket6462
    @haregubereket6462 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣምላክ ይባርካ

  • @SS-ck9xp
    @SS-ck9xp 2 ปีที่แล้ว +12

    Eritreawan Gerih, Abet Girhnet.

  • @zeromwedihamele2230
    @zeromwedihamele2230 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣብ ልብያ ኮይኑ ገንዘብካ ዝበልዓካ ከተማ ትራብሎስ እንተልዩ መንነቱ ክትፈልጥ ቀሊል እዩ የዕርኽትና ኣለዉ መን ምኻኑ ወድመን ኣበይ ዓዱ ኩሉ ከነጻርዮ ቀሊል እዩ።ስእሉን ስሙን ስደደልና ናይዚ እንግሊዝ ዘሎውን

  • @abadiasmelash6508
    @abadiasmelash6508 2 ปีที่แล้ว +12

    ሃይ ጆሱ ሓወይ

  • @danielWeday
    @danielWeday 2 ปีที่แล้ว +6

    ወድይ ስልጣን ከምቲ ሰናይ ተግባርካ ኣምላኽ ይረኣየልካ :እንተ ናይቲ ዘዳናገረካ ሰብ ግን ብኡኡ ኣብሉ ይጥፉ ዓሳ ይወሓጦ ኣብትይ ባሕሪ ብጠዓሚ ረሳሕ እዩ : ወድይ ስልጣን መዋጾ ሓውኻ ይፍጠረልካ::

  • @devidrozario2898
    @devidrozario2898 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣጆካ ሉኡለይ ኣምላክ ናይ ኢዱ ክፈድዮ ኢዩ ፡ ን ኣሮን ድማ ኣምላክ መዋጺኦ ይፍጠረሉ

  • @danielWeday
    @danielWeday 2 ปีที่แล้ว +12

    ጆሲ ናይ ብሓቅይ ጽቡቕ ዝኮነ መደብ እኻ ተቕርብ ቀጽሎ::