ገራሚ ሰርፕራይዝ ገይርኒ ማሜ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ก.พ. 2022

ความคิดเห็น • 257

  • @Hdatgalwukro
    @Hdatgalwukro 2 ปีที่แล้ว +29

    እሰይይይይ ፅሩያት ፍቅርኩምለ ከምቲ ማይ ጃሕጃሕ ይበል ፅቡቃተይ ክፈትወኩም ኣነስ ኣምላክ ከም ናትኩም ዝበለ ሓዳር ይሃበኒ💘🙏

  • @netsanet7155
    @netsanet7155 2 ปีที่แล้ว +22

    እሰይ እሰይ ደቂ ትግራይ ሽኮርናታት መወዳድርቲ ዘይብሎም ደስ ክብሉኻ ❤️💛🌿🌾🌽🙏⛪🕊️🕌🤲

  • @gual70enderta17
    @gual70enderta17 2 ปีที่แล้ว +18

    መፂኹም ዶ ፅሓይ ገፆም ደቂ ትግራይ ፍቅርኹም ይብዛሕ ማሜ ወዲ ዓደይ 😍❤🙏🙏

  • @galweyenti20adi16
    @galweyenti20adi16 2 ปีที่แล้ว +44

    ስብአይ ማለት ከምዝአ ዝገብር እዩ@H&m@💞 ፍቅርኩም ይብዛሕ ምቅራተይ💛❤💋

    • @weditigray4452
      @weditigray4452 2 ปีที่แล้ว

      ኣነ ከምዚ ክገብረልኺ የ ንመርዖ

    • @shewitmezegebe4370
      @shewitmezegebe4370 2 ปีที่แล้ว +1

      @@weditigray4452 ሕራይ ❤😘🌳

  • @netsanet7155
    @netsanet7155 2 ปีที่แล้ว +15

    ክንደይከ ይጽብቅ እዩ ዝገዛኩም ❤️

  • @temesgenamlakyetemesgenaml7164
    @temesgenamlakyetemesgenaml7164 2 ปีที่แล้ว +17

    ማሜ ኣናጋግርኡ ደስ ክብለኒ ከም ናይ ዓበይቲ

    • @rwhahagos8504
      @rwhahagos8504 2 ปีที่แล้ว

      እወ

    • @user-fy6nw3rt4g
      @user-fy6nw3rt4g 2 ปีที่แล้ว

      እወ ኣነለ ብጣዓሚ እየ ድስ ዝብለኒ ❤🙏

    • @user-vh2bc2sm7q
      @user-vh2bc2sm7q 2 ปีที่แล้ว

      ዋላ ኣነ ብጣዕሚ እዩ ልምቸወኒ♥

  • @user-nv6mn1nj3g
    @user-nv6mn1nj3g 2 ปีที่แล้ว +12

    እሰይ ፍቅርኹም ከምቲ ፅሩይ ማይ ጃሕጃሕ ይበል ለባማት ኢኹም ክፈትወኩም ኮ💘💘🥰🥰🥰🥰

  • @user-qh6pu3fe9p
    @user-qh6pu3fe9p 2 ปีที่แล้ว +8

    ብትክክል ገወዝ ፍቅርኹም ረቢ ይወስኸልኹ

  • @gualaragure8784
    @gualaragure8784 2 ปีที่แล้ว +8

    "ዋይ ዋው አይትብልይ ዲኪ" አየ ማሜ 😁 ሽኮረይ የዋህነትካ ላዛካን ብጣዕሚ እየ ዝፎትዎ
    ሃኒቾ ሑቢየ ንምንታይ ትሸጉና አለኪ part 2 ግበሩላባ ክሳብ መጨረሻ ልኾን ንርኢ ሲንግላት😁
    ፍቅርኩም ብዝሕ ይበል ሙቁራት ሰድራ❤💛

  • @user-rn7kr5qe8x
    @user-rn7kr5qe8x 2 ปีที่แล้ว +11

    ኣሰይይይይይዪይይይ ሙቁራተይ ሓባይብ ፍቅርኩም የብዘሐለይይይይ ታዓድልኪ ሃኒዋኒ ፁሩያት ማሜ ሓወይ ተባረክ ክብረተይ ክፈትወኩም ኣነስ💘💘💘💘💘💓💓💓💓

  • @jontegraway3224
    @jontegraway3224 2 ปีที่แล้ว +17

    ሰበይቲ የብልናይ እምበይ ፅብቅ ነይሩ ምመኮርናዮ ነይርና ሲንግል ዕዳ

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu 2 ปีที่แล้ว +5

    ማማየይ ፅሩይ ኣነጋገርካ በዓል ላዛ ቀፅልሉ

  • @selukiros4887
    @selukiros4887 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣነስ ንማሚ ክፍትዉ ማዓት ዋላ እቲ ኣዛራርቡኡ ፍቅርኩም የብዝሐዮ

  • @asugaltigray1659
    @asugaltigray1659 2 ปีที่แล้ว +10

    ደስ ባሃልቲ ፍቅርኩም የብዘሐዮ♥️😘

  • @soltube4581
    @soltube4581 2 ปีที่แล้ว +2

    ደስ ኣይበላን ማሚዬ ካልእ ዓይነት ሳብራይዝ ሞክር እስከ ክክክክክክክክ ደስ ዝብል እዩ በርትዑ

  • @mohdasdan8194
    @mohdasdan8194 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይ ደስ ክትብሉ ፍቅሩኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለልኩም ሙቁራተይ❤️👌

  • @rodastesfay3809
    @rodastesfay3809 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣይ ማሜዋይ መቑሰል😂ሃንዬ ምቅርቲ ፍትውትው እየ ዘብለኩም እና ኩሉ ግዜ ምፁና

  • @alugaltigray9572
    @alugaltigray9572 2 ปีที่แล้ว +6

    ዋውውው ምቅራት ፍቅርኩም የብዘሐዮ❤️💕💕

  • @user-yn8tb8ij3c
    @user-yn8tb8ij3c 2 ปีที่แล้ว +5

    እንዳ ማሜ ግደፉ ንስንጊላት ናሓሰብኩም ክክክ ታይ ጌርና ኢና ዝኹሉ ቅፅዓት ስንጊል ንቅድሚት ክክክ ማራ ደስ ትብሉ መዓራተይ

  • @sakeimahsakeim4662
    @sakeimahsakeim4662 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ ደስ ባሃሎ ማርያምን ገነተየ ዋላ ካ ኣይትፋላለዩ ሃይማኖትኽ ግን ኣይትኻሓዲ ወለዲኽ ብስኻ ዳዲኾዲዎ ብስኽ ካሓፉሩ ቶጎውሮምኽ ኣብን ወልዲን ምንፈስ ቁዱሱን ሓደ ኣምለኽ ምኻኖም ኣይትፈልጥይዶ መዲሃንና እዪስስ ክርቶስ ፍፁም ሰብ ፍፅም ኣምላኽ መፅሓፍ ቁዱስ ኣንብብ መጀመርያ አነን አቦን ሓደ እና እሉና እዪ። ብዘይ ባአይ ህወተ የብሉኹሙይ አቤት መፅሓፍ ቁዱስ ካታንብማ ወዲያው ትምለስ ፀንሕኽ።

  • @user-le6mc1mj8q
    @user-le6mc1mj8q 2 ปีที่แล้ว +1

    ፁሩያት ፍቅርኩም ይብዝሕዮ ላዛ ጡዑም ጭል ድቂ ኖዋ

  • @user-bu8bt3hh3i
    @user-bu8bt3hh3i 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ፅርያት ደስ ክብልካ ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበል 🥰🥰🥰🥰❤️💛❤️

  • @user-ml2nr2vb9d
    @user-ml2nr2vb9d 2 ปีที่แล้ว +3

    አስይይይ ፅሩያት ደስስስ ክትብሉ ፍቅሩኩም ይብዛሕ ❤💛💞

  • @gycdttcfuugyy2876
    @gycdttcfuugyy2876 2 ปีที่แล้ว +9

    ፍቕሩቁም.የብዝሓዮ.❤️❤️❤️💋💋❤️❤️❤️

  • @shheehhr7242
    @shheehhr7242 2 ปีที่แล้ว +8

    ሽኮሪናታት ፍጥረት ❤❤

  • @user-jf7ts5wv6n
    @user-jf7ts5wv6n 2 ปีที่แล้ว +8

    ፅቡቃት,ፍጠረት😘😘😘😍

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰይ ደስ በሃልቲ ፍቅሩኩም ይብዛሕ💛❤️💛❤️💛❤️

  • @alem4452
    @alem4452 2 ปีที่แล้ว

    ደስባሃልቲ ፍቅር ኩምየብዛሓዮ

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይ ፍትዋተይ ደስ ክብል ፍቅርኩም የብዘሐልኩም ክውራተይ፫

  • @titisabawit3510
    @titisabawit3510 2 ปีที่แล้ว +2

    ጎበዝ ኢካ ግን ብሓቂ😍😍

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu 2 ปีที่แล้ว +2

    ፅሪያት ፍቅርኩም የብዝሐዮ❤❤

  • @dhxgdhdtdc8667
    @dhxgdhdtdc8667 2 ปีที่แล้ว

    ምቅራት ፍጥረት አምላኽ ፍቅርኹም ይባርከልኹም ማርያምን ስታምሩ በጣሜ ነዉ እምወዳቹ ቀጥልበት ለሕና ድመዳም ቅመመች ፈጣር ይበና ከማአኬካ ዝበለ ወድ

  • @lilitubetgray5616
    @lilitubetgray5616 2 ปีที่แล้ว +4

    ማሜ የዋህ ነገር ጎበዝ ❤️😍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @beana3912
    @beana3912 2 ปีที่แล้ว +1

    ሽኮሪናታት ዝኾንኩም ፉቁራት🥰🥰🥰🥰ማሜ ንፉዕ 💯👌

  • @user-iy6hy9yi9c
    @user-iy6hy9yi9c 2 ปีที่แล้ว +3

    ደስ በሃልቲ

  • @user-em8dy3hz3l
    @user-em8dy3hz3l 2 ปีที่แล้ว +7

    ደስ ክትብሉ❤

  • @user-vq7re2qg8c
    @user-vq7re2qg8c 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይ ፍቅርኹም የብዝሓዮ 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹❤💛

  • @tigrayadijeganu2983
    @tigrayadijeganu2983 2 ปีที่แล้ว

    ጎበዝ ፍቕሪ ለምዘብን ተኸናኺንካ እያ🥰

  • @eldanakitchentube2369
    @eldanakitchentube2369 2 ปีที่แล้ว

    ዋውውው ይበል ፅቡቃት ፍጥረት መሻአላህ ረብ የሐፍዝኩም 👫❤❤❤🏖😍😍😍💎

  • @hddggrdg931
    @hddggrdg931 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ሙቁራተይ ፍቁሩኹም ይብዛሓዮ ፈጣሪ ፁሩያተይ ካማካ ዝበለ ሰብኣይሰ ንኩሉና ይዓዲለና ጎይታዋይ ኣቦ ፀባይ🤲🥀🥀🥰

  • @user-rs5xl1tu5e
    @user-rs5xl1tu5e 2 ปีที่แล้ว +1

    አሰይይይ ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበል ምቁራተይ ❤❤❤

  • @ffgf6142
    @ffgf6142 2 ปีที่แล้ว

    ደስ ብሃሎ ፍቅርኩም ይብዛሕ💘💘💘💘💖💖💖💖💖💓💓💓💓💗💗💗💗💗❤❤💕

  • @user-kf6ru9ri1m
    @user-kf6ru9ri1m 2 ปีที่แล้ว +5

    ማሻአላህ 🥰🥰🥰

  • @sameramohamed1571
    @sameramohamed1571 2 ปีที่แล้ว

    እዋይ ምስክናይ ሜሚየይ ሸካር ክፈትወካ ኣነሰ♥️ፍቅርክም የብዛሓዮ ፅርይተ❤♥️🌍💐🌺

  • @user-bq9nk3yy8g
    @user-bq9nk3yy8g 2 ปีที่แล้ว +1

    ፍቅርኩም ልዘልኣለም ይግበረልኩም ፅሩያት

  • @rahwahuluf9387
    @rahwahuluf9387 2 ปีที่แล้ว +2

    ደቂ ሪመይ ሓላላት ፍቕርኹም ኩሉ ግዜ መሊኡ ይፍሰስ😘😘

  • @lilitubetgray5616
    @lilitubetgray5616 2 ปีที่แล้ว +3

    ቀፅልዋ ዛናይ በቃደማይ bart 2 ከንፅበ እና ✌️

  • @sarailove1881
    @sarailove1881 2 ปีที่แล้ว +1

    ደስባሃልቲ

  • @user-js7ib8yw6b
    @user-js7ib8yw6b 2 ปีที่แล้ว +3

    ዋው ምቅራት❤❤😘😘

  • @user-vk3nr9vf4m
    @user-vk3nr9vf4m 2 ปีที่แล้ว +17

    ደስ ባሃልቲ❤💞💛💛❤❤

    • @fjidu8690
      @fjidu8690 2 ปีที่แล้ว

      👨‍❤️‍💋‍👨👩‍❤️‍💋‍👩👨‍👨‍👦

  • @tititube5464
    @tititube5464 2 ปีที่แล้ว +2

    ደቂ ሪመይ ደስ በሃልቲ 💓💓

  • @user-xy7br8tn6t
    @user-xy7br8tn6t 2 ปีที่แล้ว

    ፅሩያተይ

  • @tigray1221
    @tigray1221 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰላምኩም ይብዛሕ ሽኮርናታት♥️💛♥️💛💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️♥️💛♥️💛💛♥️🥰🥰🥰

  • @genetgyohans3381
    @genetgyohans3381 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ሙቁራተይ ፍቅርኩም ብዝሕ ይበል🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤

  • @danechannel4602
    @danechannel4602 2 ปีที่แล้ว +1

    ደስ ባሃልቲ❤❤🙏🙏

  • @user-bp6jp4qh3j
    @user-bp6jp4qh3j 2 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቅ ቀጽልዋ ከምዚ ጊርኩም ዘና በሉ ገዛከም ፍቅራ ይምላአዮ

  • @mdsudan6485
    @mdsudan6485 2 ปีที่แล้ว +2

    ሙቁራተይ ፍቅርኽም ብዝሕ ትርፍ ይዘለለይ 🥰🥰🥰🥰🥰💝💝💝💘💘💘

  • @genetgirmay4251
    @genetgirmay4251 2 ปีที่แล้ว

    ማሜ ኣቱም ሓሪፍ 😊

  • @yfyfmfhftu892
    @yfyfmfhftu892 2 ปีที่แล้ว +3

    ሰላምት ከመይ አለኩም ከመይ አሎ ናፍቆት ስድሪ ደቂ ዓደይ

  • @alliasery2210
    @alliasery2210 2 ปีที่แล้ว +4

    እሰይ ሙቁራት❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘

  • @user-zp3ts9ji1v
    @user-zp3ts9ji1v 2 ปีที่แล้ว

    ፍቅርኩም ይብዛሕ ሸኮሪናታት ኣሕዋተይ💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💋💋💋💋💋💋💋💋

  • @ggffbvdf3176
    @ggffbvdf3176 2 ปีที่แล้ว +2

    Masha alah

  • @lamlm2777
    @lamlm2777 2 ปีที่แล้ว +2

    ምቅራተይ 😌😍😍

  • @user-db1rv7gf7c
    @user-db1rv7gf7c 3 หลายเดือนก่อน

    ፅሩያተያ❤

  • @nigigaltgray3705
    @nigigaltgray3705 2 ปีที่แล้ว +1

    ደስ ትብሉ🌹🌹💘💘💘💘❤️❤️❤️😘😘😘

  • @user-zf3zc4vf7p
    @user-zf3zc4vf7p 2 ปีที่แล้ว +1

    ሙቁራት ፍቅርኩም ይብዛሕ

  • @user-br8ov6wr8t
    @user-br8ov6wr8t 2 ปีที่แล้ว +1

    ዋው ሓላላት😘😘😍😍

  • @user-qd9ri4ww2d
    @user-qd9ri4ww2d ปีที่แล้ว

    ዋውው ደስ ብሃልት💚💛💚💛💚💛

  • @jontegraway3224
    @jontegraway3224 2 ปีที่แล้ว +8

    እንድሕር ትኩሪ ኮይና ማሜ ዓርኩ ሓደ ሓደ ግዜ ምግራፍ ፅብቅ እዩ ግረፋ እዛ ኮሜንት ከይትሪኣ እምበይ

    • @mamehanan1955
      @mamehanan1955  2 ปีที่แล้ว +3

      ምግራፍ ኣደደአን ዩ ክክክ

    • @netsanet7155
      @netsanet7155 2 ปีที่แล้ว +2

      ተገርፈስ ሓዳር ኣይገብርንየ 😂😂

    • @user-yn8tb8ij3c
      @user-yn8tb8ij3c 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣንታ ነግራም መኻሪ ኽፉእ ክክክክ ክተባእሶም ዝገደደ

    • @user-vh2bc2sm7q
      @user-vh2bc2sm7q 2 ปีที่แล้ว

      ክፉእ መካሪ😁😁😁😁

    • @Dankemile403
      @Dankemile403 2 ปีที่แล้ว

      Sekt kondaf entay gerato ata kab eritreawyan tegaru tgedu

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 2 ปีที่แล้ว +1

    ፍቕርኹም የብዘሐዮ ሙቁራተይይ ኣይፈላሊኹም😘😘😘❤❤❤❤💊💊

  • @user-te1bl8uz3z
    @user-te1bl8uz3z 2 ปีที่แล้ว +9

    ከማካ ወዲ ይሃበኒ ቀልዲ ብጣዕሚ እየ ዝፎት ሰቁ ዝብል ወዲ አይፎትን ደንግል እየ ሞ ኦታ ቀላዲ ወዲ እንተሊካ ሃይ በለኒ 😂😍

    • @lingofkr7916
      @lingofkr7916 2 ปีที่แล้ว

      Hi 😉😳

    • @user-te1bl8uz3z
      @user-te1bl8uz3z 2 ปีที่แล้ว +1

      @@lingofkr7916 ሕጂ ግርም ሃይ😂

    • @lingofkr7916
      @lingofkr7916 2 ปีที่แล้ว +1

      @@user-te1bl8uz3z እ...ብጅዋ ንግበሮ 😁🤪

    • @user-te1bl8uz3z
      @user-te1bl8uz3z 2 ปีที่แล้ว

      @@lingofkr7916 ዋይ ታ ጉዱ በል ባ ናዓ ከም ማሜ አኩንካን ዲካ ቀላዲ 😜😂

    • @user-ew1nj6jx6p
      @user-ew1nj6jx6p 2 ปีที่แล้ว

      Ane aleku kmey krekneki

  • @danuhagos548
    @danuhagos548 2 ปีที่แล้ว +4

    ጽቡቃት ክፈትወኩም😘😘

  • @thth800
    @thth800 2 ปีที่แล้ว +1

    ደሰ ባሃልት🌺🌺🌺🌺🌺🌺

  • @tgughgyfgg8801
    @tgughgyfgg8801 2 ปีที่แล้ว +1

    አሰይ ደስ በሃልቲ😍😍😍😍😍❤❤❤❤❤❤💞💞💊💊💊

  • @lailalaila3509
    @lailalaila3509 2 ปีที่แล้ว +1

    ሽኮራተይይ💊🥰🥰🥰🥰🥰❤❤

  • @haylushproductionn339
    @haylushproductionn339 2 ปีที่แล้ว

    ኣጋ መጨረሻ ዉይዉይ ኣምቆ ኢሉካ እዩ 😁😁😁🥰🥰🥰

  • @user-il5ee6oi8z
    @user-il5ee6oi8z 2 ปีที่แล้ว +1

    ከማካስ የሃብኒ እዩ ዘብል ወለድና ነንሽቶም ብጥበብ የረድእወን ተጋሩዋይ ከም ኣቦታትኩም ኩኑ ከም ኣዴታትና ንኮን

  • @heranmerid5717
    @heranmerid5717 ปีที่แล้ว

    ማሻኣላህ ሓባይቢ

  • @mesiendertawit9608
    @mesiendertawit9608 2 ปีที่แล้ว

    ፅቡቋተይ💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️

  • @user-zg3xd6fp2h
    @user-zg3xd6fp2h 2 ปีที่แล้ว +1

    ደስ ባሂልቲ

    • @fjidu8690
      @fjidu8690 2 ปีที่แล้ว

      💏💏💏👨‍❤️‍💋‍👨

  • @user-zo3xt4ty8w
    @user-zo3xt4ty8w 2 ปีที่แล้ว +1

    ❤እሰይ

  • @gshehhdhdh1560
    @gshehhdhdh1560 2 ปีที่แล้ว +1

    Des behlt dek tegry edy😘😘♥️♥️♥️

  • @zewidimukiriti9894
    @zewidimukiriti9894 7 หลายเดือนก่อน

    ልቦና ይሃብኪ ብሃይማኖት ዋይይ ገራሚት😢😢

  • @nigestetyoppiya5016
    @nigestetyoppiya5016 2 ปีที่แล้ว +1

    ደቀ ዓደየ ሸካራት ❤❤❤❤❤💊💊💊

  • @berhanhagos9511
    @berhanhagos9511 2 ปีที่แล้ว +1

    Wawwwww 🏖 🏖 kef zelkem dekey adey marey 🏖 💖💖💖💖💖

  • @Linafamily5341
    @Linafamily5341 2 ปีที่แล้ว +4

    ደስ ብሃሎ ማሻአላህ ፍቅርኩም ይብዛሕ ደቂ ሓላል መርየት 👍👍😘😘😘😘

  • @fjhdhh7522
    @fjhdhh7522 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣነስ ክፈትወኩም 💕💕💕💕💕💕💕❤❤❤❤❤❤

  • @yfyfmfhftu892
    @yfyfmfhftu892 2 ปีที่แล้ว +1

    ካብ ድቃሳ ተሲአ ምስ ፀነሕት ዋዉዉ ትብል ነይሪ አያ ብነገሪችን ላይ ባዘዋይ በሊ

  • @user-zn8hr4gf4n
    @user-zn8hr4gf4n 2 ปีที่แล้ว +1

    ወይለይ ኣማይ ከመይከመ ኢዩ🙄🤣

  • @user-bo2pl1vf9o
    @user-bo2pl1vf9o 2 ปีที่แล้ว +1

    ሽኮራት ♥♥

  • @fetlworkaraya7300
    @fetlworkaraya7300 6 หลายเดือนก่อน

    እታይ ኮይንኩም ጠ ረእኩም ሽብራት ኣነስ ድሕሪ ዓመት እየ ዘርኦ ዘለ ኩዋ ግን ሓዱሽ ሲዲና💕💕💕💕💕💕💕💕💕

  • @letishkebede5965
    @letishkebede5965 2 ปีที่แล้ว

    ደስ በሃሊ💊💊💊💊

  • @messimessi7100
    @messimessi7100 2 ปีที่แล้ว +1

    ንምክሮ እስኪ ዳብል ምስኮና😂🙈

  • @selambrhane5825
    @selambrhane5825 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይይይ.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @lilitubetgray5616
    @lilitubetgray5616 2 ปีที่แล้ว +1

    ሓላላት ❤️😍

  • @user-fu8vz4bw3z
    @user-fu8vz4bw3z 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰላምኩም ይብዛሕ

  • @user-hr9mf2fh8p
    @user-hr9mf2fh8p 2 ปีที่แล้ว +2

    እስይ ትግራዋይስ ኩሉ ይኽለሉ ብጣዕሚ እየ ልፈትወኩም

  • @albadr2531
    @albadr2531 2 ปีที่แล้ว +1

    ሙቁራተይይ ናተይ❤

  • @miliagermedkelagermedkel9556
    @miliagermedkelagermedkel9556 2 ปีที่แล้ว +1

    Mem href seb❤❤❤

  • @ksanettewele8578
    @ksanettewele8578 ปีที่แล้ว

    ፍቅርኪም ብዝሕ ይበል ሙቁራተይ🥰🥰🥰