ኣብ ሻዎር ኣትየ ጉድ ገይራትኒ PRANK

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 มี.ค. 2022

ความคิดเห็น • 222

  • @user-br8ov6wr8t
    @user-br8ov6wr8t 2 ปีที่แล้ว +10

    እዉይ በኡነት ብሳሓቅ መይተ ማሜ ክትፃረፍ ከለካ ብጣዕምይ እዩ ደስ ትብለንይ ናይ ዓድና ፀርፍይ እዩ ትዝ ዝብለንይ ኣጀኩም ካዓ በርትዑ 💊😍😍

  • @user-qz6mi6vw5o
    @user-qz6mi6vw5o 2 ปีที่แล้ว +49

    ኣይይይ ማርያምን ኣነስ ክፈትወኩም ማዓት እየ እግዛብሄር ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም❤

    • @user-on3uj6jk1j
      @user-on3uj6jk1j 2 ปีที่แล้ว

      ክክክክክክክ እነአኽ ዓንዛር ዋይ ፀርፍኻ ያዓውይይይይይ

    • @user-qz6mi6vw5o
      @user-qz6mi6vw5o 2 ปีที่แล้ว

      @@user-on3uj6jk1j ኣይተረደአንን ኣበሃህላኪ ጀልጋፍ😏

    • @user-on3uj6jk1j
      @user-on3uj6jk1j 2 ปีที่แล้ว

      @@user-qz6mi6vw5o ዋይ ሞይተ ታይ የኡ ፀርፍኻ ዓንዛር ትብለኻ እዩ ድበኹ ታይ ኣምፆኦ እንድሕር ደይትረደአክ እሽ በል ድኣማ

    • @user-df1yt5pb2n
      @user-df1yt5pb2n 2 ปีที่แล้ว +3

      @@user-qz6mi6vw5o ናይ ማሚ ፀርፊ እዩ ዝከን ዓንዛር ዝበለኪ እዚ ወዲ ማዓረይ

  • @user-dl3tf6nh4c
    @user-dl3tf6nh4c 2 ปีที่แล้ว +15

    ሃኒተይ&ማሜ ክፈትወኩም ሰላምኩም የብዘሐዮ ደቂ ዓደይ ማዓረይ♥️♥️

  • @alhamredae2472
    @alhamredae2472 2 ปีที่แล้ว +12

    ኣየ ማሜዋይ ኣነጋግርኡ ፀርፉ ብጣዕሚ ደስ ክብለካ

  • @lilawit
    @lilawit 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣይይይ ማሜ ፀርፍካ ብጣዕሚ እዩ ዘስሕቀኒ ፀባይካ ጎታ ኢካ ሃኒ መሕሩር ግደፊ ኣተሕርቅዮ 😂😂😂 ደሞ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ምቅራት ዕድመን ጥዕናን♥️♥️♥️ የሃቡኩም ፈጣሪ

  • @user-vh2bc2sm7q
    @user-vh2bc2sm7q 2 ปีที่แล้ว +8

    ኣቱም ሰባት ስሓቅ ሞትኩ ኣነኮ ናማሜ ንግግር ክምቸወኒ በቃ ፍትው እየ ዘብለኩም ተጋሩዋይ♥♥💚♥♥♥♥♥♥

  • @user-np5it3qr3s
    @user-np5it3qr3s 2 ปีที่แล้ว +11

    ናይ ማሜ ዓንዛር ኣባህላ ክትምቸወኒ ሃኒየ መሕረር 😁😂😂😂

    • @garmshgg6101
      @garmshgg6101 2 ปีที่แล้ว

      😂😂😂😂😂😂

  • @herangualagame7447
    @herangualagame7447 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣይ ማሜ ሞይተ እየ ይሕመኪ ድዩ
    ዓጋ ብዕራይ መሲሉ🤣😂😂

  • @user-cl6rl2yf5z
    @user-cl6rl2yf5z 2 ปีที่แล้ว +2

    ፍቅርኩም ይብዛሕ ፅሩያተይ
    ብሩኽ ባሕቲ ይግበረልና ተጋሩዋይ💘

  • @user-if7bl2gy9b
    @user-if7bl2gy9b 2 ปีที่แล้ว +4

    ሞይተ ስሓቅ ማርያምን ማሜ ዓርክካ በርሀ ኣይርአዩ

  • @user-vk3nr9vf4m
    @user-vk3nr9vf4m 2 ปีที่แล้ว +3

    ዋይ ሃኒ ፅሪቲ ተፃዊትኩሉ😂😂😂ፍቅርኩም ይብዛሕ ሓላለተይ🙏🙏🙏💛❤💞

  • @user-io4bw1wp8l
    @user-io4bw1wp8l 2 ปีที่แล้ว +8

    ሙቁራተይ💓 ደስ ክትብሉ 💛ክፈትወኩሙ💛 ደሞ💓 ሳሓቅ ቀቲልኩሙና😂😂

  • @mmn2791
    @mmn2791 2 ปีที่แล้ว +4

    ብፕራንክ ሞይታ ክትባሃሊ ኡይይይይይ ሞይተ😂😂😂😂😂😂😂ሶ ሙቁራት ፍቅርኹም የብዛሓዬ♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @Tekletube
    @Tekletube 2 ปีที่แล้ว +2

    እሰይ ደስ ክትብሉ ክንደይ ደስ ይብል ልሃጃ ዘረብኡ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ዝሓፍተይ።

  • @zufan8097
    @zufan8097 2 ปีที่แล้ว +2

    ክክክክክክክ ሃኒቾ ሞይተ ሰሓቅ😂😂😂😁😁😁😁😁ማሜ ምስኪን ፍቅርኹም ይብዛሕ😍😍😘😘😘

  • @SaidSaid-wc9cb
    @SaidSaid-wc9cb 2 ปีที่แล้ว

    ለባም ሰብ ኢኪ ባሓቂ ይቅርታ ኢልኪ ምጅማርኪ
    ብጣዓሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ❤❤

  • @shheehhr7242
    @shheehhr7242 2 ปีที่แล้ว +10

    ሽኮሪናታት ፍጥረት 😍😍

  • @asmahsaen2015
    @asmahsaen2015 2 ปีที่แล้ว +1

    😂😂😂😂ኣቲ ታ እዩ ዚ 😁 ተወረርኹ ኢሉ መሰስ ካብ ሽንትቤት 👌ብስሓቅ ከብደይ ቆሲለ ግን ከይስነነኩም ናይ ሻወር ነገር ለሚድኩም ኩሉ ከይተርእዩና ጨለ ዶ

  • @muleymuley8840
    @muleymuley8840 2 ปีที่แล้ว +5

    ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም🥰🥰🥰🥰

  • @user-yn8tb8ij3c
    @user-yn8tb8ij3c 2 ปีที่แล้ว +1

    ክክክክክ ተረጋጋዕ ተረጋጋዕ ኢኮ ኢላቶ ግደፍ ማሜ ኣይ ሃኒ

  • @user-km8kt3si8l
    @user-km8kt3si8l 2 ปีที่แล้ว

    ሙቅራት ደስ ባሃልቲ ሞስሊም ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎም ዘድንቆምን ምኣማኒኦሞ እሙናት

  • @Mmmm-pu2oq
    @Mmmm-pu2oq 2 ปีที่แล้ว

    ማሚ ዘረቡኡ ከስሕቀኒ😂😂😂😍😍😍😍ፍቅርኩም ይብዛሕ💖💛💞💛💝

  • @hiluhilena7412
    @hiluhilena7412 2 ปีที่แล้ว

    ወየው ማሜ በሳቅ ገደለኝ ሜካፕ ምስኪን 😂😂😂ስታምሩ 🥰🥰🥰

  • @reir2557
    @reir2557 2 ปีที่แล้ว +1

    እዊ ክክክክክክክክክክ ገራሚት እያ ናለማዓንቲ ፍቅርኩም ደስስስስስስ ክብል ማዓት እዩ።።።🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-gl9bh9ly1m
    @user-gl9bh9ly1m 2 ปีที่แล้ว

    😂😂😂😂😂 አነስ ልማሜ አፍቂረዮ ብወግዑ ሃንየ ተኸናኸኒ ብስሩ ማሜ ናሃለየ ካልእ መዘናግዒ አየድልየክይዋ

  • @thth6123
    @thth6123 2 ปีที่แล้ว +1

    አስይይይ አነስ ክፍትወኩም ማዓት እየ ሙቁራተይ ቆንጆ 💊💊💊💊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🐅🐅🐅🐅💛💛💛❤️❤️❤️❤️🥀🥀🥀🥀🥀🌺🌺🌺🌷🌷🌷🌷🍀🍀🍀💐💐🌾🌾🌾😍😍😍😍🤩🤩🤩🤩😁😁😁😁😁😁😁😁😁

  • @merigirl1060
    @merigirl1060 2 ปีที่แล้ว +1

    የኔ ማሮች ውይይ ደስ ክቡሉ

  • @mebrhittigraweyti2109
    @mebrhittigraweyti2109 2 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ በቃይ ዶ ጠምይዎ ዋ😀
    ፅሩያት

  • @user-om6dm5fo4q
    @user-om6dm5fo4q 2 ปีที่แล้ว +13

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፅሩያት💕

    • @fjidu8690
      @fjidu8690 2 ปีที่แล้ว

      💊💊💊👍👍👍👍

  • @user-ww1sf8dl1c
    @user-ww1sf8dl1c 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣይ ማሜ ተረኺብካ ለማዓንቲ ሃኒ ሽካር ኣይ ማሜ ስለ ዘፍቅረኪ እየበር ኣይ አረ ቅልጥፍ ናበልኩሙ ሙፅና 💊💓💓💓💓

  • @user-te1bl8uz3z
    @user-te1bl8uz3z 2 ปีที่แล้ว

    ኦነሰ ክፍትውኩም ማዓት ዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍጣሪ 😘🙏

  • @Funnyhabesha833
    @Funnyhabesha833 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ሽኮሪናታት ደስ ትብሉ ታይ ማ ሽብጢ ዶ ገይረይ ክሕጸቦ😍

  • @user-wi8wj2tx2g
    @user-wi8wj2tx2g 2 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓላላት

  • @mdsudan6485
    @mdsudan6485 2 ปีที่แล้ว +5

    ማሜ ሚስክን 😁😁😁 ሃኒቾ ግደፊ የኳነይ ፍቅርኽም ይብዛሕ

  • @MmMm-wk6my
    @MmMm-wk6my 2 ปีที่แล้ว +1

    ማሜ ዕላሉ ክምቸወኒ ማዓት ኣስሊ😍😍😍😍😍

  • @hxjhgcjvvjgiugtgghvccc9083
    @hxjhgcjvvjgiugtgghvccc9083 2 ปีที่แล้ว

    ፅብቃተይ🥰🥰🥰🥰

  • @ferwinhafetu4952
    @ferwinhafetu4952 2 ปีที่แล้ว

    🙌🤣🤣🤣ሀኒዬ ፕራክ ዓፅኒ🤣🤣ብስሓቕ ሞይተ🙌🤣ንበሩለይ🥰♥️🦋

  • @user-zp3ts9ji1v
    @user-zp3ts9ji1v 2 ปีที่แล้ว +4

    ሽኮሪናታት ናተይ ኣነስ ክፈትወኩም💖💖💖💖💖💖💖💊💊

  • @GhGh-nj4uz
    @GhGh-nj4uz 2 ปีที่แล้ว +1

    አነ ብስሓቅ ሞይተ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ሰላምኩም ይብዛሕ የሕዋተይ❤❤❤❤💘💘❤❤❤⛪❤🕌💘👌

  • @fdg9043
    @fdg9043 2 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕና ይሃበክም ፈጣሪ ምቅራተይ ክፈትወክም ኣነስ 💊💊💊💊💊💊💋💋💋💋

  • @user-ut7ei6uj4u
    @user-ut7ei6uj4u 2 ปีที่แล้ว +1

    እስይይይ ዛሞ ናተይ ❤️😍😍

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 2 ปีที่แล้ว +1

    ሳሓቅ ቀቲልክሙኒ ሓባይብ😂😂❤

  • @mimiraya7167
    @mimiraya7167 2 ปีที่แล้ว

    ምቁራት ደስ በሃልቲ ደቂ ሓላል መሬት ❤️💛

  • @user-rn7kr5qe8x
    @user-rn7kr5qe8x 2 ปีที่แล้ว +6

    ሙቁራተይ ሰርሕክሉ 😂💓💓

  • @user-pm9wp1ty4z
    @user-pm9wp1ty4z 2 ปีที่แล้ว +3

    ፅረይ ሰብአይ አለኪ ማሻላህ ❤️❤️❤️🙏🙏👈

  • @user-zg3xd6fp2h
    @user-zg3xd6fp2h 2 ปีที่แล้ว

    አሰይ ደስ ባሂልቲ ዝፈቱወኩም

  • @user-yt4qg6hl1e
    @user-yt4qg6hl1e 2 ปีที่แล้ว

    ደስ ባሃልቲ ተጋሩ

  • @user-bq8xi8zk7d
    @user-bq8xi8zk7d 3 หลายเดือนก่อน

    ፍቅሩኩም የብዛሓዬ ሙቁራት❤🎉🎉🎉

  • @rhdjddirjs1405
    @rhdjddirjs1405 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይማዓራትይ ዕድመንጥዕናንይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ኣሕዋትይ ሙቁራትይ ✝️❤❤❤❤❤❤❤❤ፍቅርኩም ይብዘሐዮ እግዚአብሔር ኣምላክ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-bu8bt3hh3i
    @user-bu8bt3hh3i 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣይ ደስ ክብልካ ማርያምን ፅርያት❤️💛❤️

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይ ሙቁራተይይ ደስስ ክትብሉ😘😘😘😘❤❤❤💘💘💘💘

  • @dy4076
    @dy4076 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ዝፀላኣ ብራኪ

  • @gfftggt6311
    @gfftggt6311 2 ปีที่แล้ว

    በእውነት ስሓቅ ቖሲለ😁😁😁

  • @user-qk3jd3dk6i
    @user-qk3jd3dk6i 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣሰይ ምቁራተይ ❤💊🖇🙏

  • @user-zl7lo5qg4b
    @user-zl7lo5qg4b 2 ปีที่แล้ว

    ክክክክክ መቅሰናት ፍቅርኩም ብዝሕ ይበል

  • @aggahh4532
    @aggahh4532 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ሙቁራት ፍቅርኹም የብዘሐዮ ከም ናትካቱም ፍቅሪ ይሃበና ፈጣሪ

  • @user-qy8vf3zb1i
    @user-qy8vf3zb1i 2 ปีที่แล้ว +1

    ንዳማማመር ሃኒ ሽኮሮ ብልስስስ ማም ደስ ኪብለን አነስ ሓውይ አለን ንዕኡ ዝመስል

  • @temesgenamlakyetemesgenaml7164
    @temesgenamlakyetemesgenaml7164 2 ปีที่แล้ว +1

    ኡይ ማርያምን ሲሓቅ ሞይተ ቡና ሰቲየ ልበይ ሒሙኒ ኢለ ንመዳመይ ደቂሰ ከለኩ ናራኣኩ ሳሓቅ ሞይተ ወያ መዳም ሪኣትኒ ግን ሓፊረ ዝሓሸክዋ ክመስላ እዩ ኢለ ዉሽጠይ ናሓረረ ብዝተረፈ ኣይትጥፍኡ ማሚየይ ልቃሕካ መልስ

  • @mesiendertawit9608
    @mesiendertawit9608 2 ปีที่แล้ว +1

    ፅቡቋተይ❤️💛❤️💛😘😘😘😘👏👏👏🤲🤲🤲🙏🙏🙏

  • @galetgiray2206
    @galetgiray2206 2 ปีที่แล้ว

    kemey deye zeftwekum konaju edemen tenan yehabkum fetari fkirkum yebzhalye deki tgiray

  • @ummeiaksmawit8634
    @ummeiaksmawit8634 2 ปีที่แล้ว

    ፍቅርታት ዝኮኑ familly ፍሽክታ ኣይትሳኣኑ ኮኮባት ትግራይና💕

  • @fgfh2493
    @fgfh2493 2 ปีที่แล้ว

    ሽኮረናታት❤❤❤

  • @militigraweyti6418
    @militigraweyti6418 2 ปีที่แล้ว

    እሙየ ሽኮር ገለ ዓይነት ፕራንክ ማሜ ምስኪን ሰሪሓትልኻ 😂😂😂😂😂

  • @selammizu1556
    @selammizu1556 2 ปีที่แล้ว +1

    ሃኒ ናይ ኢድኪ ኣይትሳኣኒ😂😂

  • @user-nv6mn1nj3g
    @user-nv6mn1nj3g 2 ปีที่แล้ว

    ሽኮራተይ🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-zn8hr4gf4n
    @user-zn8hr4gf4n 2 ปีที่แล้ว +1

    ሳሓቅ ሞይተ 🤣🤣

  • @user-vt4bb1ib7r
    @user-vt4bb1ib7r 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ፁሩያት. ፍቕርኹም የብዙሐዮ ግን ሃኒ ዛ ዱላ ኺ ትረኽብያ ኢልኪ ነይርኪ. ምሒሩኪ. kkkkkk ብዝኾነ ፍትውትው እየ ዘብለኩም

  • @user-hb1id3vu4u
    @user-hb1id3vu4u 2 ปีที่แล้ว +1

    ባዓል ዓቕሊ ማሜ ክፈትወኩም ሙቁራት

  • @abdelkadirnegash6895
    @abdelkadirnegash6895 2 ปีที่แล้ว

    Ambesa hanan 🤣🤣🤣🤣🤣🤣😍😍😍😍🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤Mamiy habibiy Abshr

  • @user-em8dy3hz3l
    @user-em8dy3hz3l 2 ปีที่แล้ว +1

    ኪናት ካብ ዝጅምር ሎሚ ካብ ልበይ ሲሒቀ ኣይትሰኣኑ ኣሕዋተይ

  • @tlgray4660
    @tlgray4660 2 ปีที่แล้ว +2

    Shkorat❤😍

  • @user-sk7km3xd6l
    @user-sk7km3xd6l 2 ปีที่แล้ว

    ሽኮሪናታት ❤❤❤❤❤❤

  • @user-yj7wo5pp7d
    @user-yj7wo5pp7d 2 ปีที่แล้ว

    ክክክ ሞይተ ደስ ክትብሉ

  • @abebaabeba4136
    @abebaabeba4136 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሽጢ ዶ ክሕፀዎ ኣየወዲዓደይ ሰላምን ፍቅርን ናዓካትኹም

  • @samerasamera7250
    @samerasamera7250 2 ปีที่แล้ว

    እዋይ ሃኒቾ ሽኮር ገለ ዓይነት ሰሪሕኪሉ 😂😂

    • @muggjj5531
      @muggjj5531 2 ปีที่แล้ว

      ክክክክክክክክክ

  • @user-habeshawit
    @user-habeshawit 2 ปีที่แล้ว

    Kkkkkk Mara kef alekum habayb

  • @samiramuhammed3251
    @samiramuhammed3251 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ሰላም አሕዋትይ ማዓራይ

    • @awelmahamed837
      @awelmahamed837 2 ปีที่แล้ว

      ስላም ጓል ትግራይ

  • @user-xy7br8tn6t
    @user-xy7br8tn6t 2 ปีที่แล้ว +1

    ኡይይይይ ሞይተ

  • @feventsegay6605
    @feventsegay6605 2 ปีที่แล้ว

    Aseyyyy shekoraty 🥰🥰🥰

  • @user-de5cu7bu4t
    @user-de5cu7bu4t 2 ปีที่แล้ว

    ማሜ ሽኮር

  • @garmshgg6101
    @garmshgg6101 2 ปีที่แล้ว +1

    2 ግዝ ራእየ😂😂😂😂😂😂

  • @aotali8812
    @aotali8812 2 ปีที่แล้ว

    ውይ ማሜ ምስኪን ሃሃሃሃሃሃ

  • @dassshdfg698
    @dassshdfg698 2 ปีที่แล้ว

    ሙቁራት ደስ ክትብሉ🥰😁

  • @genetgyohans3381
    @genetgyohans3381 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ምቁራተይ ኣነስ ክፈትወኩም ማዓት🥰🥰🥰🥰

  • @abigaltigray7411
    @abigaltigray7411 2 ปีที่แล้ว

    ክክክክ ሞተ🤣🤣🥰

  • @sbel7721
    @sbel7721 2 ปีที่แล้ว +2

    ሳልሰይት ባዕለይ❤💛

  • @user-vb7fc3zf2y
    @user-vb7fc3zf2y 2 ปีที่แล้ว

    ሽኮሪናታት ሓባይብ

  • @user-xv8bc4lb5r
    @user-xv8bc4lb5r 2 ปีที่แล้ว

    ምቁራት ደቂ ዓደይ መዓረይ

  • @user-by3py2qr6k
    @user-by3py2qr6k 2 ปีที่แล้ว

    ማሜ ሕደካ ፍደ

  • @user-wg4qf5zb6o
    @user-wg4qf5zb6o 2 ปีที่แล้ว

    ክፈትወክም ማዓት ፍቅርኩም የብዙሐዮ

  • @aaasaaas7371
    @aaasaaas7371 2 ปีที่แล้ว

    ሸኮረናታት 😀

  • @user-te1bl8uz3z
    @user-te1bl8uz3z 2 ปีที่แล้ว

    ደንግል እየ ሞ ካም ናትኩም ናብራ ይሃበኒ አምላኪ እሰይ ቃሕ ባሃሉ፡፡፡፡፡ ግን ንሲካ ምሳ ጋል እናተጫውትካ ብሰልኪ ብራንክ ግበራ😂😂😂

  • @wedigere1549
    @wedigere1549 2 ปีที่แล้ว

    ኣቤት ጠባይ ጎይታ ኢኻ እምበር።

  • @rasheedarasheeda5463
    @rasheedarasheeda5463 2 ปีที่แล้ว

    ክክክክክክ

  • @fyorigaltigray8279
    @fyorigaltigray8279 2 ปีที่แล้ว

    Kkkkkk sehak ketilkna hani haftey 💋💊💞👈

  • @user-of5kb6vl7q
    @user-of5kb6vl7q 2 ปีที่แล้ว

    welcome 💛❤😘😂

  • @user-tu4tw2pd5k
    @user-tu4tw2pd5k 2 ปีที่แล้ว +1

    Kkkkkkk eway mukurat

  • @user-zl5kg7in5r
    @user-zl5kg7in5r 2 ปีที่แล้ว

    ክፈትወኩም❤

  • @aser4462
    @aser4462 2 ปีที่แล้ว

    ክክክክ

  • @abrahamsebhatu3747
    @abrahamsebhatu3747 2 ปีที่แล้ว

    Selam selam subkat ftret ane lomi eye rekum btami des bhalti ekum ane eritrwi eye gen hanan sorry ember eta bamhoy plank zgbrkyo dhirhji aytdgmya mkntu himak fali aytgbri