ምጥርይ እንታይ ማለት ዩ ሕቶ ንማሜ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 มี.ค. 2022

ความคิดเห็น • 527

  • @vjr7453
    @vjr7453 2 ปีที่แล้ว +26

    ላዛ ወጀራት ዶ ክምኖ ቶኡ ትውለኻዮ ላበልኻ💘❤❤

  • @yeshuhayill4071
    @yeshuhayill4071 2 ปีที่แล้ว +8

    ውላድኩም የረኤና ደቅ ርመይ ኣሜን 💛❤🙏
    😍😍😍😍

  • @amanielaregawi7278
    @amanielaregawi7278 2 ปีที่แล้ว +5

    ብጣዕሚ እየ ዝፎተኩም ደስ በሃልቲ ፍቅርኩም ይብዛሕ❤🙏🙏🙏

  • @user-mt8mj5ew7y
    @user-mt8mj5ew7y 3 หลายเดือนก่อน +2

    ገፅኪ ትራሓቅ ሃማም ሸናዊት መፅሊኢት ዑዑዑ ንወዲ ኢልካስ ሃይምኖትኪ ትቅይሪ መናጢት ወለዲከ ኣለዉኪ ዶጨናዊት 😢😢

  • @user-gq5gx4iq9c
    @user-gq5gx4iq9c 2 ปีที่แล้ว +10

    እንዳ ማሜ ፅቡቃት😍😍😍

  • @user-yt4qg6hl1e
    @user-yt4qg6hl1e 2 ปีที่แล้ว +22

    ከመይ ድየ ዝፈትወኩሙ ደቂ ትግራይ ሓላላተይ

  • @mimiraya7167
    @mimiraya7167 2 ปีที่แล้ว +9

    ደስ በሃልቲ ደስ ክብል ብቋንቋና ኣትጥፍኡ ደቂ ሓላል መሬት ❤️❤️💛💛

    • @jhonocbay693
      @jhonocbay693 2 ปีที่แล้ว

      resht olt gahbu nay netigray abzihgi metri aydlayn eyuo. zeblon medhnitn eyuo zedliyua. gexkum terhk husurt qondaft🙊🙊

  • @user-yg2pn5wf9j
    @user-yg2pn5wf9j 2 ปีที่แล้ว +2

    ደስ ኽትብሉ ንገዛኹምካ ጋሻንድየ ብጣዕሚ ሓሪፍ እኹም❤❤❤

  • @user-qd8ee8zt2g
    @user-qd8ee8zt2g 2 ปีที่แล้ว +8

    ቅቅቅቅቅቅቅቅቅ. ኣታ ሞይተ አብ ኣከባቢና ጓልኣንሰተይቲ ከምኡ ተይላ ብጣዕሚ እዮም ዝስሕቅዋ ደቂ ተባዕትዮ💔😁ክፈትወኩም ኣነስ ጓል ኣሕፎሮም ፈረስ ማይ ሓሓይለ. እየ ❤💛

  • @teweldemahari4518
    @teweldemahari4518 2 ปีที่แล้ว +2

    ላጋ እዩ ዝበሃል ክብርቲ ሓፍተይ ኣምሓርኛ ምስ ትግርኛ እውን ኣይተሓዋውሱ ሞክር ትግርኛ ኣይኮነን ፈትን እዩ ዝበሃል

  • @user-if7bl2gy9b
    @user-if7bl2gy9b 2 ปีที่แล้ว +18

    ፅሩያት ፍጥረት እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ላጋ እና ጎጎ ብዓድናለ ከምኡ እዩ ከምቱ ልኣና ልተስሑቁና ምሉእ ዒድመኩም ላሳሓቅኪሚ ላተሓጎስኩሚ ንበሩ ሓባይብ

    • @Tekletube
      @Tekletube 2 ปีที่แล้ว +1

      እሰይ ደስ ክትብሉ ማሜ ሓወይ ወዲ ዓድጉደም ዲካ ወድ ዓደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።

    • @hanahana8072
      @hanahana8072 2 ปีที่แล้ว

      ዋው ደስ የሚል ላዛ

  • @tigraweytieye6171
    @tigraweytieye6171 2 ปีที่แล้ว +19

    ደስ ክትብሉ ሽኮራት ደቂ ትግራይ ማዓረይ

  • @Mahimahi-jx1pt
    @Mahimahi-jx1pt 2 ปีที่แล้ว +12

    ማርያምን ክፈትወኩም ማኣት ደቅ ሓላል መሬት ❤💛💛

  • @komaistekle4512
    @komaistekle4512 2 ปีที่แล้ว +34

    ብጣዕሚ አዩኮ ዘሐዝን ምስቶም ዘይ አምኑ ኣብ ሓደ ኣርዑት 2ይ ቆሮ 6:14 አይትፀመዱ ይብለና አግዝአብሄር አምላክና ስለዚ አግዝአብሄር ናብታ ጥንታዊት ሃይማኖትኪ ይመልስኪ ምክንያቱ ፍቅሪ ሰብአይ (ፍቅሪ ዓለም , ሰሓቅ , ገይፂ) ጊዛዊ አዩ አት ምስ ክርስቶስ ምንባር ግና ዘልአለማዊ አዩ መወዳአታ የብሉን ስለዚ አዐሪኪ ሕሰብሉ ምቅርተይ ናይ ምድሓን ግዜ ሐዚ አያ አና ሰላምኩም ይብዛሕ

    • @kedataptup3231
      @kedataptup3231 2 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkkአይትስሕቀኒ ስከ ካሕድቲ ምኳንኩም ረሲዕካ ድካ

    • @komaistekle4512
      @komaistekle4512 2 ปีที่แล้ว

      @@kedataptup3231 ካሓደቲ ደኣም ንሕና ዘይ ኮንና ንስኩም አንዲኩም ብመሓመድ ዝተጀመረ አምነት አትክተሉ ማማየይ ክክክ

    • @herangualagame7447
      @herangualagame7447 2 ปีที่แล้ว

      @@kedataptup3231 ዋይ ኣታ ረኣዩለይ ንሕና ንመን ኢና ንክሕድ ናታስ ምሓማታ ክክ 😂😂😂

    • @user-tu7yl2ct5w
      @user-tu7yl2ct5w 2 ปีที่แล้ว

      ዋይ ዘይትሓፍር ዳቂስኪ ኣለኪ ተባራበር

    • @komaistekle4512
      @komaistekle4512 2 ปีที่แล้ว

      @@herangualagame7447 “ብእኡ ዅሉ ዀነ፡ ካብቲ ዝዀነ ዘበለ ድማ ብዘይ ብእኡ ዝዀነ የልቦን።”
      - ወንጌል ዮሐንስ 1፥3 ነቲ ኩሉ ዝፈጠረ አግዝአብሄር አመበር ልመነ ድኣ

  • @user-me9wc4op6f
    @user-me9wc4op6f 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣነ ብጣዕሚ ይፎትየኪ ኔረ ግን ትብሎ ምፍላጥውን ዓገብ ኣለዎ ዞም ኣሓተይ ዋላ ቅያር ምካኑ ቡኡ ሹሙ እምበር በካሊእ ላዛ ናፈለጥክዮ እኪ ግን ደስኣይብልን ክብሪ ቃላት ይሃልኪ

  • @mengisbariazgi4943
    @mengisbariazgi4943 2 ปีที่แล้ว +1

    I like your approach, it is funny and I love your accent.

  • @lave9644
    @lave9644 2 ปีที่แล้ว +3

    እዋይ ሃናነይ & ማንየ ሕፍር ኢለ ሎምስ kkkkkkk😄

  • @user-et3ej5ky8h
    @user-et3ej5ky8h 2 ปีที่แล้ว +10

    ሃኒ ድኣይ ዓድኽ💖💖

  • @milashmilash3881
    @milashmilash3881 2 ปีที่แล้ว +3

    ካብ ፈጣሪኪ እኪ ዓርክኪ መሪፅኪ ምስክን ብጣዕሚ ተሕዝኒ ሃይማኖትኪ ክሕድኪ ምስክነይቲ

    • @user-be5mb1xg9h
      @user-be5mb1xg9h ปีที่แล้ว

      እንታይ ድዩ ሃይማኖታ

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 2 ปีที่แล้ว +1

    ሙጩዋተይይ ደስስ ባሃሊ😘😘😘❤❤❤

  • @sarasaara3454
    @sarasaara3454 2 ปีที่แล้ว +4

    ፍቕርኹም የብዛሓዮ ሙቁረት🙏❤⭐️💛

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ፅሩያተይ እንኳን ሰላም መፃኩም

  • @abanubzinayi9510
    @abanubzinayi9510 24 วันที่ผ่านมา

    ዋይካብ ፈጣሪኪ ደክ ዓርክኪ መሪፅኪ ምሰክን ብጣዕሚ ተሕዝኒ ሃይማኖትኪ ክሕድኪ ምሰክነይት😢😢

  • @mesiendertawit9608
    @mesiendertawit9608 2 ปีที่แล้ว +2

    ፅቡቋተይ🥰💛😍💛🥰❤️😍😘

  • @genetgyohans3381
    @genetgyohans3381 2 ปีที่แล้ว

    ፅሩያት ፍጥረት እንኳዕ ብሰላም መፃኩም🥰🥰🥰🥰

  • @brkti_tube
    @brkti_tube 2 ปีที่แล้ว +2

    ፀለሎ እንድዩ ዝመስል ክክክክክክክክክ ኣየ ማሜ

  • @mesiendertawit9608
    @mesiendertawit9608 2 ปีที่แล้ว +8

    ዋላ ብእንደርታ ጠስሚ ስታይ ይባሃል እዩ ሃንየ❤️🥰💛

  • @user-ip7bn4tm3o
    @user-ip7bn4tm3o 2 ปีที่แล้ว

    እታ ቖልዓ ፣ ጽብቕቲ ክንሳ ቛንቛኣ፡ኣባላሽዩዋ ተርጓማይ የድሊየናብነሩ!!!!!!

  • @letshgeremariam9258
    @letshgeremariam9258 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣነሰ በዙሕ ደሰ አይበለትንን ግን ይፈትወኩም አየ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-vi1qf3lx3f
    @user-vi1qf3lx3f 2 ปีที่แล้ว +4

    ፀለሎ እንድዩ ዝመስል ዶበለ ዙማሜ ሞይተ🤣😂 ምጥሪ ተምቤን ውሽጢ ከይትሰምዑ😂😂😂 ሶ ፍቅርኩም የብዝሐዮ ደቂ ሪመይ

  • @solpaul9065
    @solpaul9065 2 ปีที่แล้ว

    Nice intertment & thanks

  • @gualaragure8784
    @gualaragure8784 2 ปีที่แล้ว +12

    ትርጉም ብደርጋዓጅን እንደርታ
    ጠስሚ ስታይ ማለት➡ ብጠስሚ ዝጠልቀየ ቦፌ ነፀላ
    ምጥሪ ➡ ናይ ጓል አንስተይቲ አቅሓ😁
    ላጋ ➡ ዝተዋህለለ ፀባ መሕቆኒ
    ጎጎ ➡ ሕምባሻ
    አርዑት ➡ አብ ክሳድ አብዑር ዝግበር
    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፕሮግራም ነይሩ ብዝኮነ ወጀራትን ደርጋዓጅንን ተመሳሰልቲ ኢና ብኩሉ ነገርና አነ ግን ንወጀሮቶት ፍሉይ ፍቅሪ አለኒ ክፈትዎኹም መዓት እየ ምስ አተኹ ኽከይድ እየ ካብኡ ምርቃኹም ይብፃሕ አቤት ቆሎ ክፈትው አቅኒእኹሙኒ ሽኮሪናታት ስድራ ❤

    • @malatkalayu8501
      @malatkalayu8501 2 ปีที่แล้ว

      ትክክል ተማሳሰልቲ ኡና ንእሽተይ ላዛ ናይ ወጀራት ፍልይ ዝበል እምበር ኩሉ ነገር ሓደ እዩ ጓል ዓደይ❤💛

    • @user-gl4mt9ci5l
      @user-gl4mt9ci5l 2 ปีที่แล้ว

      ትክክል ጓል ዓደይ ጓል ደርጋዓጀን ❤💛😘😘😘

    • @messikahsay3562
      @messikahsay3562 2 ปีที่แล้ว

      @@user-gl4mt9ci5l mtri tay malet eyu
      Enewww

    • @brtu7013
      @brtu7013 2 ปีที่แล้ว

      Reya saaba Enderet euko eyu zebhel beseu ewen kemsesel gedein eyu

    • @user-be5mb1xg9h
      @user-be5mb1xg9h ปีที่แล้ว

      ምጥሪ ኣቅሓ ኣይብሃልን ኣቅሓ ማለት ንብረት ማለት እዩ

  • @user-iy7jv8en5e
    @user-iy7jv8en5e 2 ปีที่แล้ว +2

    እኛስ ትግረኛ የማንችለው እንደት እንፋሀማችሁ ለምኑም አላህ ይጠብቃችሁ

  • @filmon7139
    @filmon7139 2 ปีที่แล้ว +2

    welcome 🌹🌹🌹

  • @helenmogos3559
    @helenmogos3559 2 ปีที่แล้ว +15

    ስለ ምራቀለ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዳሓለፈ ክፋኣትና ድሞፅእሎ ሞቻና ብራሃንና ይግበረልና ኣሜን ፍቅርኹም ያብዛሓዮ

  • @dhxgdhdtdc8667
    @dhxgdhdtdc8667 2 ปีที่แล้ว +13

    አነ ጋል ራያ እየ ዉን አብኽምን ናይ መገድ ደቅ መቀለ ነይረም አወዳትይ አጋላትይ ነይርና ካው ድማ ምጥረይ ቃዝይን ይብሉ ስባአይ ዶ ምጥር እነሀዎ ይብልና ነይረም ወይ ትዝታ ናይ ርጎኦ ላጋ ናይ ፃባ ድማ ኻርፎ ይባሃል ናይ ጠስም ድማ ቆርየ ይባሃል ናይ ዓዉስ ድማ ዳሽ ይባሃይ ብናይ ራያ ጨርጨር

  • @hebrawi7098
    @hebrawi7098 2 ปีที่แล้ว

    Also Let me tell you about difference of Mitrriy
    of Addis Ababa and Asmara as I was in both those
    places and know some

  • @user-tw9gq2ys8h
    @user-tw9gq2ys8h 2 ปีที่แล้ว +4

    ወይለይ ወይለይ ናዓባ ማሜ ወዲ እንደርታ ኾይንኻ ጠስሚ ስታይ ይጠፍእካ አነ እንደርተይቲ ጓል ደርጋዓጀን እየ ደርጋዓጀን ዓደይ ኩሉ ነገርና ወጀራት ኢና ንመስል
    ላጋ መሕቖኒ ዓውሶ
    ኮዋ መዋህለሊ ርግኦ
    ኾርዶ መጋነይ ፃባ ላሕሚ
    ጠስሚ ስታይ ማይማዮ ኽዳና
    ጎጎና ጎጎ እንደርታና
    ብስሩማ ደቂ መቐለ ልእደርቶት አይትውኩሉይ ክክክክክ ናማነይ እየ ባህሊ ላዛ እንደርታና አፀቢቕና ንፈልጥ ደቂ ገጠር ኢና በተለይ ካብ ኲሓ ልላዕሊ ለለና ፀባ ፀገባት ኢና 😂💕🔴⚪🔴⚪

  • @LOVEYOU-nz7vg
    @LOVEYOU-nz7vg 2 ปีที่แล้ว +1

    ፅሩያት ተጋሩ❤

  • @terigebre5010
    @terigebre5010 2 ปีที่แล้ว

    Please do more of this. Nay raya desseyu libleni.

  • @4stargeneral542
    @4stargeneral542 2 ปีที่แล้ว +1

    Wawww you did good job

  • @mihretdeyo7597
    @mihretdeyo7597 2 ปีที่แล้ว

    ለጋ መሕቆን ጎበዝ እዛ ሓፍተይ🇻🇳🙏🙏🙏

  • @Mahimahi-jx1pt
    @Mahimahi-jx1pt 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ደቅ ዓበይቲ ደሞ ክፈትወኩም

  • @Berkey13
    @Berkey13 2 ปีที่แล้ว

    I dont know if you are husband and wife but both of you looked awesome. Best of luck.

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 2 ปีที่แล้ว +14

    ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡራት ኣሕዋትና በሓቂ ግንስ ናይ ራያ ምጥሪ ኣይንሓፍሪን ማለተይ እንታይ ዳኣሞ ማዓንኮረ ትብለኹምካ ታሓፍሩዶ ዘዕበየና ቛንቛ እዩ ተጋሩዋይ
    ኣነማ መቀለ ከይድስ አብ ግንባር ሱዋኣይ ሓፍተይ ምጥሪ እለዮማ በሳሓቅ ሞይቶም ክመፁ ከለው ጓል እዝ እንታይ እዩ ዝባሃል ይብልንማ እናሓፈሪኹ መቃመጫ ይብሎም ማዓንኮረ ምባል በጣዕም እየ ዛሕፍረን

    • @user-js9nf4uf9y
      @user-js9nf4uf9y 2 ปีที่แล้ว

      😂😂😂😂😂😂😁😁😁😁

    • @hewangrma6836
      @hewangrma6836 2 ปีที่แล้ว

      🤣🤣🤣🤣

    • @mesitigray8554
      @mesitigray8554 2 ปีที่แล้ว

      😁😁😁😁😁😁😁

  • @teklekontal1485
    @teklekontal1485 2 ปีที่แล้ว

    ውይ ውይ ኣትዮ ሃሳስ ተጋሩ ማዕቢለን ሲ ምጥሪ ክብላ ጀሚረን።

  • @user-vd3md4wm6d
    @user-vd3md4wm6d 2 ปีที่แล้ว +8

    እዋይ እዙይ ከ እንታይ ይብሃል ደቀይ እረ ሕድጉ ተከታተልቲኩም አይተቀይሙ 🤔🤔

  • @sarhsa8406
    @sarhsa8406 2 ปีที่แล้ว +3

    ምቁራተይ ክንደይ ደስ ክትብሉ ኢኩም💘💘💘💘

  • @misses4353
    @misses4353 2 ปีที่แล้ว

    LOL😂😁...Mame

  • @goitom5436
    @goitom5436 2 ปีที่แล้ว +17

    ጽሩያት ተጋሩ ❤

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 2 ปีที่แล้ว +1

    🙈🙈🙈🙈ኣታ ሓፊሪና ተምቤን ማዓኮር መቅመጫ እዩ ምጥሪ ድማ ናይ ደቅ አንስትዮ ማህፀን ይኡ ተምቤን ከይድኩም ከምዚ ተተውግዑ ብሳሓቅ ሽንቲ ንሸን ነውሪ እዩ ብተምቤን 😂🙈 ሶ ፍቅርኩም ብዝሕ ይበለለይ ፍቱዋተይ❤️💛❤️💛❤️💛

  • @Gigi-hi9ix
    @Gigi-hi9ix 2 ปีที่แล้ว +19

    ደስ ክትቡሉ አሕዋት ማዓር ዘለኩም ግርማ ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ

  • @user-co5ex3jq2e
    @user-co5ex3jq2e 2 ปีที่แล้ว +2

    አቲ ምጥርኺ ይቆረፅ አያም በሊ 🥰

  • @ferwinhafetu4952
    @ferwinhafetu4952 2 ปีที่แล้ว

    በርቱልኝ😁✌️♥️ዝፈትየኩም

  • @user-tr3lu2rb1u
    @user-tr3lu2rb1u 2 ปีที่แล้ว +3

    ፀሎሎ እንድዩ ዝመስል😂😂😂😂አይ ማሜ

  • @awelmahamed837
    @awelmahamed837 2 ปีที่แล้ว +1

    ዋዕ ገኛሚ ሕቶ

  • @tigrayadey141
    @tigrayadey141 2 ปีที่แล้ว +8

    ኣሰይ ዞም ደቅዓደይ ፅቡቃት ክፎትየኩም መዓት እየ❤

  • @MT-jf3ie
    @MT-jf3ie 2 ปีที่แล้ว

    ማሸአሏህ ስታምሩ

  • @romangebrehud6591
    @romangebrehud6591 2 ปีที่แล้ว

    humumat begakum Tigrigan Tesarebu 🙏🙏💪💪💪💪💪💏💏💏💏👍

  • @user-nb5qo6su1x
    @user-nb5qo6su1x 2 ปีที่แล้ว +11

    ደቂ ትግራይ ሽኾራናታት ❤️❤️❤️💛💛

  • @eruskor7811
    @eruskor7811 2 ปีที่แล้ว

    asey mukurat anes kfetwokum fkrukum ybarek habaybna

  • @user-ej8ep2lj4r
    @user-ej8ep2lj4r 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ደቂ ዓደይ ዳሕና ዲኹም።ኣታዮ እስኻ ማ ወዲ መቐለ ኢኻ መስለኒ ብጣዕሚ ኢኻ ተስሕቐኒ።ደስ በሃሎ።

  • @khadijatunu2424
    @khadijatunu2424 2 ปีที่แล้ว +4

    ❤❤❤💗💗💗💗💗

  • @user-ui6ss9ee8p
    @user-ui6ss9ee8p 2 ปีที่แล้ว +3

    ዋይ ሞሲባ🤭😂😂😂😂

  • @user-jo5ce8bs8m
    @user-jo5ce8bs8m 2 ปีที่แล้ว +1

    ማሜ ወድ መቐለ ዲዩ ዋዉ
    ሚጥር ድኣ ብራያና ዘሕፍር ዘይኮነን 😂😁

  • @terigebre5010
    @terigebre5010 2 ปีที่แล้ว

    Ayyyy Mame gin hagreseb tiked niheka. Ab ketema ኣሩዑት yeley gidi, ኣሩትስ ትጠፈካ

  • @meleymeley9137
    @meleymeley9137 2 ปีที่แล้ว

    ዋው ወዲ ዓደይ

  • @user-qh4ck2bj1q
    @user-qh4ck2bj1q 2 ปีที่แล้ว

    ቓደማኹም ፅሩያት ደቂ ዓድና ጥዑማት ላዛ 😘😘😘😘😘😘😘🌹🌹🌹💐💐

  • @galltigray4496
    @galltigray4496 2 ปีที่แล้ว

    ምቁራተይ ደስ ክትብሉ😘😘😘

  • @zufan8097
    @zufan8097 2 ปีที่แล้ว

    ሙቁራት ፍቅርኩም ይብዛሕ😘😘😘

  • @user-sr1cs7jf2d
    @user-sr1cs7jf2d 2 ปีที่แล้ว +13

    ረሞዳን ከሪም ረሑስ ረሞዳን ይግበረልና ሰላም ዘንግሰሉ ትግራይና ነፃነታ ትረክበሉ ረቢ ይግበረልና።

  • @netsanet7155
    @netsanet7155 2 ปีที่แล้ว +14

    ደቂ ትግራይ ሽኮርናታት 😍😍
    እዚ ማሜስ ንዓቢ ሓወይ ይመስል ቁርጽ ኢሉ 🤔😍

    • @berhewe6872
      @berhewe6872 2 ปีที่แล้ว

      ምጥሪ፣ማለት፣ህምሲ፣እዩ፣

  • @teweldemahari4518
    @teweldemahari4518 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣታ ኣበይ ዲኻ ዓቢኻ ኣርዑት ዝጠፍኣካ ጉዳም ትግራዋይ ተቓዊሱና ለማነኛውም ትግራኛ ኣይኮኑን

  • @eldanakitchentube2369
    @eldanakitchentube2369 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ጥዑማት ላዛ 👸👑🏖🏖🏖😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @yabishawendecwhal9513
    @yabishawendecwhal9513 2 ปีที่แล้ว

    ክክክክክ

  • @hcbcx5228
    @hcbcx5228 2 ปีที่แล้ว +2

    ሃኒ ሓፍተይ ስካድኺ ለ ሸፍንዮ ምቅርተይ ሓራም እዩ ፀጉርኺ ብቻ የኾነይ ስጀመር ወላሂ ወላሂ ከምዝ ሐዝ ገይርኪዮ ዘለኪ ሕጃብ አያጥዕመልክን😴 ዘጥዕመልክ ሕጃብ ስኻድኪ ተሸፍንኪ ዮ ሃኒተይ እና አቤት መሉእ ሕጃብ ክትገብሪ ከለኪ🥰ወላሂ ደስ ክትብል 😐ማሜ ንገራ እኺ ንስኻ ሕራይ እንተ አብያ በርበረ ዕጠና እኻ 😘ሃኑተይ ናይ አኼራ ሓብተይ ስለዝኾንኺ እዩ ከምዚ እለክ

    • @user-fo3bb3ng1p
      @user-fo3bb3ng1p 2 ปีที่แล้ว +1

      ኩሉ ብእግዚኣብሄር ምስሊ ዝተፈጠረ ካብ ኣዳምን ሂዋንን ዝተፋረየ ወዲ ሰብ ኣሕዋት እዩ ። ሕጃብ ስለዝገበርካ ጀነት ኣይእቶን ጀነት ወይከኣ ገነት ብተግባርካ ኢኻ ትኣትዋ ነፃነቶም ኣይትኽልእዎም ኣኽረርቲ ኣይትኹኑ በቃ።

  • @rahmakmal2866
    @rahmakmal2866 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣታእዝነይዱዩ ሃንቾ ታእዩ ዝጽወ ዘሎ 😁😁🙈

  • @ksugjj5696
    @ksugjj5696 2 ปีที่แล้ว

    ስልምኮም ይብዝሒ ብዝተርፎ እንትዪ እየ እምንት ምስሎመ ዝኮንኩሞ ስሎ ምንትየ ኤኩም እንካዓ እብፅሐኮም ዝይተብልን ንሒን ክርስትይን ኩል ግዝ ኤኖ እንካዓ እብጽሑክም ንብልከሞ ስልዝ ኮምን ክን ምስ ይቅርየ

  • @user-np5it3qr3s
    @user-np5it3qr3s 2 ปีที่แล้ว +1

    Zfetwekum💛💛

  • @hbvkjn3396
    @hbvkjn3396 2 ปีที่แล้ว +1

    💐💐💐💐

  • @tgyfamabraha2258
    @tgyfamabraha2258 2 ปีที่แล้ว +1

    Asey Asey Shikorat diki Tigray 💖

  • @mikialenguse9934
    @mikialenguse9934 2 ปีที่แล้ว

    ንኹልኹም ኣመንቲ እስልምና ኣሕዋትና እንኳዕ ንምጅማር ጾመ ሮመዳን ብሰላም ኣብጻሓኩም ብሰላም ካኣ የፈጽምኩም
    ኣቕረብቲ እዚ መደብ ኣሕዋትና ድማ ጽቡቕ መደብ'ዩ ቀጽልሉ በቢከባብኡ ዝተፈላለየ ላህጃ ስለ ዘሎ ሽር ምግባር ዘይፍለጥ ላህጃታት ጽቡቕ'ዩ
    አምላኽ ሰላም የውርደልና።

  • @czhcjjvhh3659
    @czhcjjvhh3659 2 ปีที่แล้ว

    ክክክክክክክክክክክክ

  • @awalawal8468
    @awalawal8468 2 ปีที่แล้ว +28

    አንቱም ሙቁራት ♥️♥️♥️😊

  • @user-uk1yy3kl3s
    @user-uk1yy3kl3s 2 ปีที่แล้ว +3

    ሙቅራት ፍጥረት 💘💘💘💘

  • @hannegebrehiwet1590
    @hannegebrehiwet1590 2 ปีที่แล้ว

    ሙቁራት ፍቅሪ የብዛሓዬ ♥️😍🥰

  • @user-vg2ee5sp9v
    @user-vg2ee5sp9v 2 ปีที่แล้ว

    ዋውውውውውውደሶ ባሃሎ💋💋💋💋

  • @tigraiprivel9249
    @tigraiprivel9249 2 ปีที่แล้ว

    Aksum mesgid kisrah eniewo

  • @nigestetyoppiya5016
    @nigestetyoppiya5016 2 ปีที่แล้ว

    ደስ ባሃሎ ደቀ ራያ ዓደየ ❤❤❤❤😍😍💊💊

  • @user-qp1xk6zo9y
    @user-qp1xk6zo9y 2 ปีที่แล้ว +2

    በርትዑ😘😘😘💛♥️💊🥀

  • @user-lr3tx1ue3k
    @user-lr3tx1ue3k 2 ปีที่แล้ว +12

    ደስ ክትቡሉ በእውነት

    • @user-dw2pe8wg5g
      @user-dw2pe8wg5g 2 ปีที่แล้ว

      ባዕለገ ኢኻ
      ንምንታይ ብዕልግና እናትናገሩ
      ደስ ይብል ትብሊ እኒኺ።

  • @BerihaGmariam
    @BerihaGmariam 9 หลายเดือนก่อน

    ማሜ ብጣዕሚ ሓሪፍ ት/ቲ እዩ በብ ኸባቢኡ ዘሎ አጠቃቅማ ባህሊ ኣዘራርባ ምፍላጥ ፅቡቅእዩ

  • @yoniyo8436
    @yoniyo8436 2 ปีที่แล้ว

    ፅቡቕ እዩ ገለ ኣይብልን ሓደ ሓደ ቃላት ኣስተኻኽሉ ኣብነት እንትን (ኽስታይ ፣ታይ ሽሙ፣) እንግዲህ(እምበኣርከስ፣እሞ) በነገራችን ላይ(ብዝኾነ) ኣብ በይንኹም ከይኮነስ ብፍላይ ወዲ መቐለ እየ ዝብል ኹሉ ዳርጋ ፍርቂ ኣምሓርኛ ሓዊሱ እዩ ዝዛረብ ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን ቋንቋኻ ዝመስልዎ የለን ላዛ ካብ ቦታ ናብ ቦታ ክፈላለ ናይ ግድን እዩ ቃላት ግና ሓደ ዓይነት ናይ ትግርና ቃላት እዮም ።

  • @hefyurst9190
    @hefyurst9190 2 ปีที่แล้ว

    ባዕልኽ መለስኽያ ካብ ፈጣርኽ ፈጥፋጥኽ ቲኣምን ወርቅ ልኸነ ሃይሞነቲኽ ቀይርክ

  • @weditgrayhalal3227
    @weditgrayhalal3227 2 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤

  • @user-ue4od8tx2b
    @user-ue4od8tx2b 2 ปีที่แล้ว +2

    ሙቁራት ፍጥረት❤❤❤❤💊💘💘

  • @djjfjrnnr6004
    @djjfjrnnr6004 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይይይይይይይይይይ🥰🥰🥰🥰❤️💛🥀🥀🥀🥀🥀

  • @genetgirmay4251
    @genetgirmay4251 2 ปีที่แล้ว

    ማሜ ኣቱም ዜሮ😂😂😂

  • @user-tu4tw2pd5k
    @user-tu4tw2pd5k 2 ปีที่แล้ว

    BzaEba emnetkum ba ngeruna . Video 📹 srhu Aflutna emnetkum . Mame Christian ✝️ koynu ysemeAni Hanan dma Muslim ☪️ eya . Ab mntay alekum hiji.

  • @user-qb3pd8zc6i
    @user-qb3pd8zc6i 2 ปีที่แล้ว +1

    ጣስሚ ዝላደየ ዝስተየ ይብሃል ካብዓድጉደም ክሳብ ራያ ዝንሆ ክዳን ሓደእዩ