ናብ ደገ ሒዝኒ ወፅኡ ከይለኽፉኺ እልኒ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 333

  • @user-ws2kw6kj9b
    @user-ws2kw6kj9b 2 ปีที่แล้ว +34

    አሰይይ ሙቁራተይይ ደስ ክትብሉ እግዚአብሔር አምላክ አብ ዝርያኩም ይኩን 🙏🙏

  • @genitgraweyti9059
    @genitgraweyti9059 2 ปีที่แล้ว +34

    ማሚ ሽኮር ዘረባኻ ክሰሐቀኒ 🤣ሶ ፍቅርኹም ይብዛሕ ❤

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn 2 ปีที่แล้ว +16

    ሃገር ዝመስረተ ሃገር ሓሪሙዎ💔😥
    እድርና ብሰንካ ጎደለ💔💔😥 ዋይ ሎሙስ ጨነቀና አታ ዝኩሉዶ ንበይንና መኮነ 😥😭😭😭😭😭✊

  • @user-io4bw1wp8l
    @user-io4bw1wp8l 2 ปีที่แล้ว +14

    ኣሰይይ ደቂ ሓላል መሬት ፍቅርኩሙ ይብዛሕ
    መቀለ ኢልኩሙ ኣናፍቅኩሙና😢💔 ሶ ሰላም ንህዝብናን ንሃገረ ትግራይናን ኣሕዋት🙏🙏🙏👌👌👌💓💓💓💓💛💛💛💛💊💊💊💊💊💊💋💋💋💋

  • @tirhasadane8906
    @tirhasadane8906 2 ปีที่แล้ว +33

    አይተካአልኩምን ደሰ ክትብሉ እግዚአብሔር አይፈላሊኩም ጀጋኑና እግዚአብሔር ሰላም ህዝብና ይመልሰልና ካብ ሓዘና ወፂና ሙሉአት ኮይና ክንሰሕቅ🙏💛❤️😍

  • @ayu5264
    @ayu5264 2 ปีที่แล้ว +7

    ፅርያት ፈጥረት ማሚ ኣነስ ክፈትዋ ዘረቡኡ ከስሕቀኒ ደቂ ዓደይ ማዓረይ❤️💛

  • @britgraweyti
    @britgraweyti 2 ปีที่แล้ว +8

    ማሜ ብጣዕሚ እዩ ዘረባካ ዘስሕቀኒ ብጣዕሚ ፍትው ዘብለኩም❤❤🙏

  • @miligaltigray1174
    @miligaltigray1174 2 ปีที่แล้ว +15

    ማሚ ሃኒ ሽኮራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፅሩያተይ ትግራይ ንዘላለም ትንበር💘💘💘

  • @user-fu8vz4bw3z
    @user-fu8vz4bw3z 2 ปีที่แล้ว +11

    ሽርጣ ተጠንቀቁ ክሳብ ዓድና ሰላም ልኮን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-kk3xp2om6d
    @user-kk3xp2om6d 2 ปีที่แล้ว +19

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ዓባይ ትግራይ❤️💛❤️

  • @gebrekidanngus1044
    @gebrekidanngus1044 2 ปีที่แล้ว +1

    አረ ብጣዕሚ ኢኹም ደስ ትብሉ ብዛዕባ ፍቅሪ እዉን ትምህርት ኢኹም ዝትህቡ እና ፍቅርኹም የብዘሐዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ አምላክ ♥️♥️🙏🙏

  • @selam801
    @selam801 2 ปีที่แล้ว +20

    አነ ግን ሱቅ ኢለ ይፎትወኹም we love you more
    መቀለ እንተበልኹም ከአሰ ፈቒዐ💔

  • @tsegatsega4101
    @tsegatsega4101 2 ปีที่แล้ว +4

    ማሚ ኣነስ ዘርብእ ስሚካ ዘይምኖ ሃኒየይ ለ ፀሓይ ገፃ🤲❤💋

  • @teweldemahari4518
    @teweldemahari4518 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይይይ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ምቁራት ደቂ ትግራይ ምናዳ ምናዳ ናይ ዞም ጸላእታ ቃላት ምሕዳኩም ሕጉስ ኢለ ብጣዕሚ ጽቡቓት

  • @user-nb5qo6su1x
    @user-nb5qo6su1x 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣሰይ ክንደይ ደስ ክትብሉ ምቅራተይ 😘😘😘😘😘💛❤️🙏🤲

  • @user-nh3ky2tt8b
    @user-nh3ky2tt8b 2 ปีที่แล้ว +2

    ከም ድላይና ክንዛወርስ ሰላምና ይመለስ እግዚኣብሄር ኣምላክ ይኮኖ በለና በስ ክብሉ ኣሕዋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።

  • @user-kz1mt1sh4r
    @user-kz1mt1sh4r 2 ปีที่แล้ว +12

    እንኳዕ ዳሕና መፃኩም ታማ ዘይተሸፈንኪ ትከድለኪ ኣቱም ሰባት ደገ ናፊቅናዮ ኣይይ ፀላኢና ይተዓፀ

    • @user-tb5jb8vn1d
      @user-tb5jb8vn1d 2 ปีที่แล้ว +1

      ክክክክ🤣 ኣጆና ዛምበይተይ🙏💗

    • @user-kz1mt1sh4r
      @user-kz1mt1sh4r 2 ปีที่แล้ว +1

      @@user-tb5jb8vn1d ኡሹኒ ዝያዳይ❤🙄

    • @user-xe4gq4gg7w
      @user-xe4gq4gg7w 2 ปีที่แล้ว

      አነስ ሽድሽተ ዓመት ገይረ ታዓፂና መይትና አይ😣

    • @user-kz1mt1sh4r
      @user-kz1mt1sh4r 2 ปีที่แล้ว +1

      @@user-xe4gq4gg7w ኣጆና ዓድና ሰላም ምሰ ኮነ ክንከድ ኢና ኩለና 🥺

    • @user-xe4gq4gg7w
      @user-xe4gq4gg7w 2 ปีที่แล้ว +1

      @@user-kz1mt1sh4r እሽኒ

  • @user-vz8pf7vt9f
    @user-vz8pf7vt9f 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይ ደስ ክትብሉ ፍቅርኩም ይብዛሕ ናተይ ጽቡቃት ኣዘራርባኹም ከኣ ብጣዕሚ የ ዝፈትወልኩ❤💊👌

  • @militigraweyti6418
    @militigraweyti6418 2 ปีที่แล้ว +10

    ተናፈቅቲ ፅሩያት ሃኒ&ማሜ ❤️💛✌️🥰

  • @user-cz2vy1yn2p
    @user-cz2vy1yn2p 2 ปีที่แล้ว +1

    እሰይ ፅሩያት ደቂ ሓላል መሬት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ ኩሉ ኣለም

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih 2 ปีที่แล้ว +4

    ጁዳ ስዑዲዶ የኮነይ እዩ ሽርጣ ገለ ኢለእየ🙄💛💛💛💛❤❤✊✊✊

  • @user-if7bl2gy9b
    @user-if7bl2gy9b 2 ปีที่แล้ว +2

    ዓርከይ በርሀ ግደፍ ተመበርኪኩ ዝልምን ትግራዋይ የለን ኡፍፍፍ መጨረሻ ኣብክያትኒ ዛደርፊ ሶ ደስስስ ብሃሊ ምሸት ምቁራት

  • @user-vy4jn3gl9w
    @user-vy4jn3gl9w 2 ปีที่แล้ว +11

    መፂኦም ፅሓይ ገፆምልፈትወኩም❤❤❤

  • @Hagos1018
    @Hagos1018 2 ปีที่แล้ว +2

    ካልአይ ማዓልቲ ውሰደኒከይትብሊ ምእንታን😂😂😂😂ማሜ አዛውራ ንሃንየ ጽብቅቲ Love you both ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @khabkhan3737
    @khabkhan3737 2 ปีที่แล้ว +2

    ዕድመይ❣️❣️ ጥዕናይ❤️❤️ ያሃቡኹም ፈጣር🙏🙏😘😘ሙቁራተይ💝💝

  • @user-js7ib8yw6b
    @user-js7ib8yw6b 2 ปีที่แล้ว +9

    ኣሰይ ክንደይ ከ ደስ ትብሉ🤗❤

  • @sds8350
    @sds8350 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይይይይ ሙቅራት ወግዕኹም ማራ እዩ ዝስሕቐን😂😂😂👌💊💝💝💝

  • @user-pm5kc3ru6j
    @user-pm5kc3ru6j 2 ปีที่แล้ว +6

    ማሻኣላህ

  • @rumanaabdelalim4310
    @rumanaabdelalim4310 2 ปีที่แล้ว +2

    Aseyyy Meshallah Muqurat des ktblu Fqrku Rebi Ymelalkum Xbuquat🤲😘🇪🇷

  • @user-ls3iq2zj3n
    @user-ls3iq2zj3n 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣቱም ቡሉፃት ሓራይፍ 💋💋🍃🍃🍃🍃💋🍃🌹🌹🌹❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹💋💋💋💋

  • @faryoutube735
    @faryoutube735 2 ปีที่แล้ว +8

    ኣትዮ ተመለሲ ኢዶ ዎይይይይይይ ሓፍተይ ተኣዚክክ ዶ እህ ከመይ ገይርኪ ግን ንኣደይ ድንግል ማርያም ክሒድክካ ካሕዳም ዘይነበረ ትገብሪ ፀያቂት ዘርኢ😥😥😥😥😥

    • @TDFTigray-ez4vg
      @TDFTigray-ez4vg 2 ปีที่แล้ว

      ክሒዳ ድያ ኸይዳ?

    • @ZereHalefom
      @ZereHalefom 2 ปีที่แล้ว +2

      ድንግል ማርያም ናይ ባዕላ ግዜን ፍርድን ይህልዋ ልቦናኣ ትኻፍተላ ትኾን ግን ኣይንፃረፋ እንተኽእልና ብፀሎት ንሕሰባ ምኽንያቱ ኣፍቅራ ንእስነት ስዕርዋ እንበይ መፅሓፍ ቅዱሱን ቁርኣንን ተመራምራ ኣይኾነትን ዝኸደት ስለዚ ፀሎት እዩ ንኹሉ ነገር ዝስዕር ፀሎት ንግበር ናብ ፈተና ከይንኣትይ ኣሕዋተይ እዚ ናይ ርኩስ መንፈስ ስራሕ እዩ ሰብ ብቡዙሕ እዩ ዝፍተን ፈጣር እየሱስ ክርስቶስ ናብ ልባ ይምለሳ ታዎት ዓዳ ይብፀሐላ ይብፀሐልና ንኹልና

    • @militigraweyti6418
      @militigraweyti6418 2 ปีที่แล้ว

      ዋእ ኣታ ታይ ይምልከተኩም ኣብ ሃይማኖት ዋእ ኣታ ታይ ዓይነት ሰባት ኢኹም ከምዚ ናበልኩም ሰብ ኣይተዳህሉ 😏😏

    • @fgchffhfh9256
      @fgchffhfh9256 2 ปีที่แล้ว

      @@militigraweyti6418 እንታይ ኮይነን ዘይምልከተን ክርስትያን ዶ ኣይኮነትን ነይራ😥

  • @fhhuuikk9179
    @fhhuuikk9179 2 ปีที่แล้ว +7

    ማሜስ ትግራይ ከይ ኣላዓለ ዘይ ኮነሉ ፍቅርኩም ይብዛሓዮ ሙቁራተይ ደቃ ትግራይ 💊💊💊💊💊✊✊✊✊🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

    • @user-yd7er8fu7o
      @user-yd7er8fu7o 2 ปีที่แล้ว

      ናይ ብሓቂ ፈታዊ ዓዱ ውይ ብፍላይ ክበልዑ ተለው ዓድና ኸ ከመይ ይህልው ክብል ተሎ ብጣዕሚ ኸብደይ ይበልዐኒ ኡፍፍፍፍፍፍ

  • @user-cs2pe2mg1w
    @user-cs2pe2mg1w 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ፅርያት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋርዋኒ ኣባህህላካ ደስ ክብል

  • @saranigus8714
    @saranigus8714 2 ปีที่แล้ว +10

    ኣቤት ደስ ትብሉ❤😍😍😍❤❤❤❤❤❤🍬

  • @Hayuti-aliya
    @Hayuti-aliya 2 ปีที่แล้ว +1

    መሽአላህ ፍቅራችሁ ደስ ይላል ተጋሩዋይ ደመይ🇻🇳 🥰🥰🥰

  • @mesiendertawit9608
    @mesiendertawit9608 2 ปีที่แล้ว +1

    ደሰ ባሃልቲ ፅቡቋት💛❤️💛💛💛🙏🙏🙏

  • @user-ct6fp5lo2x
    @user-ct6fp5lo2x ปีที่แล้ว +1

    የምቸኸም❤❤❤❤❤

  • @user-ex2uu9wf3m
    @user-ex2uu9wf3m 2 ปีที่แล้ว +2

    ማሚየይ ኣይ ናብ ደስ ዝበላ ኣዉፃኣየ ኣብገዛ ኩኒ ኣይትበላ ክብረተይ ምቅራት ናተይ ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፊ ይበል💞💖

  • @tigrayadey141
    @tigrayadey141 2 ปีที่แล้ว +1

    ደቅ ዓደይ ፅቡቃት ሰሓቅኩምን ሰላምኩምን ይብዛሕ ማሜ ንሃኒ prank እባ ግበራ ፍቅርኩም የብዝሓዮ ኣምላክ❤

  • @ry8319
    @ry8319 2 ปีที่แล้ว

    ➲ሰላምኩም ይብዘሐልና ዋውውውውውውውው ደስስስ ኽትብሉ ሃኒዋይ ማዓረይ ኩሉ ዘጥዕመላ ፀሩይት ተጋሩ ክፈትወኩም ማዓት➲❤❤🌹🌹

  • @gualaragure8784
    @gualaragure8784 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝተፈተሐት ደርሆ😁😁
    ማሜ ደጊም አይተቅምጠካይ ንዓናይ እናበለት
    ፍቅርኹም ይብዛሕ ሙቁራተይ❤

  • @user-rl5hi3xu1b
    @user-rl5hi3xu1b 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስስ ዝብል ቦታ ዩኡ ይመቸኹም አንሕናስ ምስ መዳማት እምብር ንወፅእ በይኒናማ አበይ

  • @lilitubetgray5616
    @lilitubetgray5616 2 ปีที่แล้ว +1

    ገፅኪ ተቃልዕኪ አበይ ድኩም ሸኮረናታት

  • @user-hn2ei6nx5j
    @user-hn2ei6nx5j 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ዞምአሕዋተይ

  • @user-md8mp1tr5r
    @user-md8mp1tr5r 2 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ሰላም መፃእኩም ፅርያት ተጋሩ ፍቅርኩም ይብዛሕ አየየ ማሜ ዘረብኡ ከሰሕቅ 😁😁

  • @user-mv7dz4yg4f
    @user-mv7dz4yg4f 2 ปีที่แล้ว

    ሃኒ ሓፍተይ ከፈተወክ ማዓት ኣነስ ዓባይ ሓፍተይ እንሃተን ሓድ የኽን ተመስላ ዕደመይ ጥዕናይ ያሃበለይ ፈጣሪ 👏🥰🥰🥰

  • @mimitekulu7296
    @mimitekulu7296 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ ምቁራተይ ደስ ክብልካ 🥰🥰🥰ፍቅርኩም የብዝሓዮ ኣይፈላልኩም💖አምላክ 😍😍😍

  • @ggggggfg9183
    @ggggggfg9183 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይ ሙቁራተይ እግ/ር ኣምላክ ፍቅርኹም ይባርኮ ፅሩያተይ🙏❤️💛

  • @user-wg4qf5zb6o
    @user-wg4qf5zb6o 2 ปีที่แล้ว +2

    ዋውው አንዳ ማምየ ክፈትወክም ማዓት እካዕ ሰላም መፃእኩም

  • @user-nt9yp1fe1o
    @user-nt9yp1fe1o 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣስይ ሙቁራተይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @kidanweldekiros166
    @kidanweldekiros166 2 ปีที่แล้ว

    ነገራችን ኣይትበሉ ተባህልና ኢና ኣታሞቱኹ🤣🤣🤣🤣 ዕዲመይ ጥዕናይ ይሃበለይ ፈጣር🙏🙏🙏

  • @user-ui6ss9ee8p
    @user-ui6ss9ee8p 2 ปีที่แล้ว

    ፅቡቅ አፅኒሕኹም ደሓር አብኪኹምኒ ዛደርፊ ተሰሚዐ በዚ መፀ ከይበልክዎ ንብዓትዩ ዝወረኒ😥

  • @user-yn8tb8ij3c
    @user-yn8tb8ij3c 2 ปีที่แล้ว +3

    ክክክክክ ማሜ ሳንጣ ከይንማሰላ ያ ኣታ ሞይተ ስሓቅ

  • @user-qh4ck2bj1q
    @user-qh4ck2bj1q 2 ปีที่แล้ว

    ፅሩያት ተጋሩዋኒ ሽኮራት ፍቅርኹም ንዘለኣለም ይንበር 🙏🙏🙏🙏😘😘😘😘😘🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @user-qd8ee8zt2g
    @user-qd8ee8zt2g 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰይይ ቆናጁተይ. ዝፈትወኹም 💛❤💔 ከይለክፉኪ ሳንጣ ከይንማሰል. 😁😁👌

  • @shdu233
    @shdu233 2 ปีที่แล้ว

    አሰይ ፅርያት ደቂ ዓበይቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ብጣዕሚ እየ ዝፈትየኩም 💘💘💘💘💘🙏🙏🙏

  • @zufan8097
    @zufan8097 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይ ፁሩያት ፍጥረት ክፈትወኩም ምዓት😘
    ትግራይ ንዘልኣለም ትንበር🙏ንስኩም ክኣ ንበሩልና ከምቲ ባህግኩም ብልፅቲ ሃገረ ትግራይ ንምርኣይ የብቅዕኩም😘😘😘😘

  • @samidan8206
    @samidan8206 2 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቅ ሓላል መሬት

  • @user-xi7bn8ty1j
    @user-xi7bn8ty1j 2 ปีที่แล้ว

    ዓበያ ምግባር ተገዲፍ ድዩ ጅዳ ፅብቃተይ ክፈትወኩም💘💘💘💘💘💘

  • @shewitgebretsadek1609
    @shewitgebretsadek1609 2 ปีที่แล้ว

    ዋው ማሸላ ሓንቲ ምዓልቲ ለ ውሰደና ክንድሎ እና ከይኣብየና እምበር ደስ ክብል ዙ ቦታ 😳🥰😂😂😂😂❤🙏

  • @user-te1bl8uz3z
    @user-te1bl8uz3z 2 ปีที่แล้ว

    ሸኮሪናታት አነሰ ናይ ማሚ ጫውታ ከዕብደኒ እሉ ደሰ ባሃልቲ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኩም፡፡፡፡፡ማሚ ከማካ ዝካነ ውዲ ይሃበኒ ፍጣሪ ጫውታ ክፍቶ ማዓት ኦነ😘😘😘

  • @user-rn7kr5qe8x
    @user-rn7kr5qe8x 2 ปีที่แล้ว +2

    ደስ ባሃልቲ ኩቡራት ኣሕዋተይ💓💓

  • @user-en3hn5xx5y
    @user-en3hn5xx5y 2 ปีที่แล้ว

    እሰይ ሙቁራት ኣነስ ናይ ማሜ ኣናጋግራ ደስ ክብለን ፃሓይ ገፆም ፉትዋተይ

  • @kuwaitkuwait9160
    @kuwaitkuwait9160 2 ปีที่แล้ว +3

    Kedamati baaley so beautiful

  • @user-tr3cs7tl2q
    @user-tr3cs7tl2q 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይ ደስ ክትብሉ 💊🥰🥰😘😘

  • @kfjcjcjcjcjc1890
    @kfjcjcjcjcjc1890 2 ปีที่แล้ว +4

    ፅሩያተይ😘💘

  • @user-yd7er8fu7o
    @user-yd7er8fu7o 2 ปีที่แล้ว

    ኣይይይይ ማሜ መስሐቒ ተሎ በል በልካ ማዓረይ

  • @user-do2dx2og1k
    @user-do2dx2og1k 2 ปีที่แล้ว +6

    አሰይ ፍቅርኩም የብዘሐኖ ክብራተይ ደቂ ትግራይ 💛❤ ክክክክ 😁 ዋላ ፍቁ ናቆጸርኪ ኪዲ በለ😁 አይትሰኣኑ💛❤

  • @musxafaatube9024
    @musxafaatube9024 2 ปีที่แล้ว +2

    Masha Allah

  • @dhxgdhdtdc8667
    @dhxgdhdtdc8667 2 ปีที่แล้ว

    እነሀዮ ማማ ወድ መቀለ እድሕር ከንካ መልሰለይ ማማ ሽከር ሓዋይ ማዓሮ ብጣዕም ናፍቆዮ ፈጣር ያሓልካ ወድ ማማየ

  • @melitube7785
    @melitube7785 2 ปีที่แล้ว +6

    መሳዓላሉ ወይም ፋርቶ ዉሰድዮ ክክክ ብጣዕሚ ኢኹም ደስ ትብሉ እዚ ሰብኣይኺ ጽዋኡ ብጣዕሚ እዩ ለስሕቐኒ ተስፋ ይገብር ገኒ ንስኽን ሰብኣይኽን ናይ ስላሴ ቁልዕነት ክተልዕሉ እመ ኣምላኽ ትሓግዝኹም ዋላ ይሰልችኺ ከምኡ ካብ ምባል ሱቅ ኣይብልን ምኽንያቱ ወጀራት ከምዚ ኢልኻ ኣይእተዊ ገኒ ሽኮር ክርስቲያን ልኾንኹም ብጸሎትኹም ሓስብዎም

    • @user-hn2ei6nx5j
      @user-hn2ei6nx5j 2 ปีที่แล้ว

      ብሓቂ እወ እንታይ ይሳኣኖ አምላክ

    • @user-st3jm8oi2g
      @user-st3jm8oi2g 2 ปีที่แล้ว

      ብሓቂ እመብርሃን ትርደአዮም

    • @user-st3jm8oi2g
      @user-st3jm8oi2g 2 ปีที่แล้ว

      🍾 #የሰማይ_ቤት_ግሮሰሪ 🍻🍷
      🍺 #አላህ_በሰማይ_ቤት_የመጠጥ_ቤት 🏢
      #ሆቴል_አለው 🥂
      🏬 #አላህም_ጭፈራ_ቤት_አለው_እንዴ 🤣
      #ጠጅ_በብርጭቆ 🥃 😂
      👇
      ከሚመነጭ ወይን ጠጅ በያዘ ብርጭቆ በእነርሱ ላይ ይዞርባቸዋል፡፡
      يُطَافُ عَلَيْهِم بِكَأْسٍ مِّن مَّعِينٍ
      ምዕራፍ الصافات 37:45
      #ጠጅ_በኩስኩስቶች
      👇
      #ከጠጅ ምንጭም በብርጭቆዎችና በኩስኩስቶች በጽዋም በእነርሱ ላይ ይዝዞራሉ፡፡
      بِأَكْوَابٍ وَأَبَارِيقَ وَكَأْسٍ مِّن مَّعِينٍ
      ምዕራፍ الواقعة 56:18
      #ካፉር_የተደባለቀ_ጠጅ
      👇
      በጎ አድራጊዎች መበረዣዋ ካፉር ከኾነች ጠጅ ይጠጣሉ፡፡
      إِنَّ الْأَبْرَارَ يَشْرَبُونَ مِن كَأْسٍ كَانَ مِزَاجُهَا كَافُورًا
      ምዕራፍ الانسان 76:5
      #ከዝንጅብል_የሰራ_ጠጅ
      👇
      በእርሷም መበረዣዋ ዘንጀቢል የኾነችን ጠጅ ይጠጣሉ፡፡
      وَيُسْقَوْنَ فِيهَا كَأْسًا كَانَ مِزَاجُهَا زَنجَبِيلًا
      ምዕራፍ الانسان 76:17
      #ተጣርቶ_የታተመ_ጠጅ
      👇
      ተጣርቶ ከታተመ ጠጅ ይጠጣሉ፡፡
      يُسْقَوْنَ مِن رَّحِيقٍ مَّخْتُومٍ
      ምዕራፍ 83፡25 المطففين
      #ከመስክ_የታተመ_ጠጅ
      👇
      ማተሚያው ምስክ ከኾነ፤ በዚህም ተሽቀዳዳሚዎች ይሽቀዳደሙ፡፡
      خِتَامُهُ مِسْكٌ ۚ وَفِي ذَٰلِكَ فَلْيَتَنَافَسِ الْمُتَنَافِسُونَ
      ምዕራፍ المطففين 83:26
      #ከተስኒም_የተበረዘ_ጠጅ
      👇
      መበረዣውም ከተስኒም ነው፡፡
      وَمِزَاجُهُ مِن تَسْنِيمٍ
      ምዕራፍ المطففين 83:27
      #የጠጅ_ምንጭ
      👇
      ባለሟሎቹ ከእርሷ የሚጠጡላት ምንጭ ናት፡፡
      عَيْنًا يَشْرَبُ بِهَا الْمُقَرَّبُونَ
      ምዕራፍ المطففين 83:28
      #ጠጅ_ተዓምር_ነው🍷
      👇
      ከዘምባባዎችና ከወይኖችም ፍሬዎች እንመግባችኋለን፡፡ ከእርሱ ጠጅንና መልካም ምግብንም ትሠራላችሁ፡፡ በዚህም ውስጥ ለሚያስቡ ሕዝቦች በእርግጥ👉 ተዓምር አልለ ።
      وَمِن ثَمَرَاتِ النَّخِيلِ وَالْأَعْنَابِ تَتَّخِذُونَ مِنْهُ سَكَرًا وَرِزْقًا حَسَنًا ۗ إِنَّ فِي ذَٰلِكَ لَآيَةً لِّقَوْمٍ يَعْقِلُونَ
      ምዕራፍ النحل 16:67
      #በጠጅ_መጠጥ_ማዘዝ
      👇
      በእርሷ ውስጥ የተደገፉ ኾነው በውስጧ በብዙ እሸቶችና በመጠጥም ያዝዛሉ፡፡
      مُتَّكِئِينَ فِيهَا يَدْعُونَ فِيهَا بِفَاكِهَةٍ كَثِيرَةٍ وَشَرَابٍ
      ምዕራፍ ص 38:51
      #መጠጥ_ይሰጣጣሉ
      👇
      በውስጧ መጠጥን ይሰጣጣሉ፡፡ በውስጧ ንግግርና መውወንጀልም የለም፡፡
      يَتَنَازَعُونَ فِيهَا كَأْسًا لَّا لَغْوٌ فِيهَا وَلَا تَأْثِيمٌ
      ምዕራፍ الطور 52:23
      #መጠጥ_አሳላፊ_ወጣቶች
      👇
      ለነርሱም የኾኑ ወጣቶች ልክ የተሸፈነ ሉል መስለው በእነርሱ ላይ ለማሳለፍ ይዘዋወራሉ፡፡
      وَيَطُوفُ عَلَيْهِمْ غِلْمَانٌ لَّهُمْ كَأَنَّهُمْ لُؤْلُؤٌ مَّكْنُونٌ
      ምዕራፍ الطور 52:24
      #ወንዶች_አንባር_ለብሶ_መጠጥ_ይጠጣሉ
      👇
      አረንጓዴዎች የኾኑ የቀጭን ሐር ልብሶችና ወፍራም ሐርም በላያቸው ላይ አልለ፡፡ ከብር የኾኑ አንባሮችንም ይሸለማሉ፡፡ ጌታቸውም አጥሪ የኾነን መጠጥ ያጠጣቸዋል፡፡
      عَالِيَهُمْ ثِيَابُ سُندُسٍ خُضْرٌ وَإِسْتَبْرَقٌ ۖ وَحُلُّوا أَسَاوِرَ مِن فِضَّةٍ وَسَقَاهُمْ رَبُّهُمْ شَرَابًا طَهُورًا
      ምዕራፍ الانسان 76:21
      #የምትንቧቧን_የጠጅ_ምንጭ
      👇
      ከእርሷ የአላህ ባሮች የሚጠጡላት ወደፈለጉበት ማንቧቧትን የሚያንቧቧት ከኾነች ምንጭ ይጠጣሉ፡፡
      عَيْنًا يَشْرَبُ بِهَا عِبَادُ اللَّهِ يُفَجِّرُونَهَا تَفْجِيرًا
      ምዕራፍ الانسان 76:6
      #የጠጅ_ወንዝ_ወይም_የጠጅ_ባህር 😂😂
      👇
      የዚያች ጥንቁቆቹ ተስፋ የተሰጧት ገነት ምስል በውስጧ ሺታው ከማይለውጥ ውሃ
      👉ወንዞች፣ ጣዕሙ ከማይለወጥ ወተትም
      👉ወንዞች፣ ለጠጪዎች ሁሉ ጣፋጭ ከኾነች የወይን
      ጠጅም 👉ወንዞች ከተነጠረ ማርም 👉ወንዞች አልሉባት፡፡
      مَّثَلُ الْجَنَّةِ الَّتِي وُعِدَ الْمُتَّقُونَ ۖ فِيهَا أَنْهَارٌ مِّن مَّاءٍ غَيْرِ آسِنٍ وَأَنْهَارٌ مِّن لَّبَنٍ لَّمْ يَتَغَيَّرْ طَعْمُهُ وَأَنْهَارٌ مِّنْ خَمْرٍ لَّذَّةٍ لِّلشَّارِبِينَ وَأَنْهَارٌ مِّنْ عَسَلٍ مُّصَفًّى ۖ وَلَهُمْ فِيهَا مِن كُلِّ الثَّمَرَاتِ وَمَغْفِرَةٌ
      ምዕራፍ محمد 47:15
      ወንድም ዮሴፍ
      استاز يوسف @✍️✍️

  • @hxjhgcjvvjgiugtgghvccc9083
    @hxjhgcjvvjgiugtgghvccc9083 2 ปีที่แล้ว +6

    ጽብቃተይ❤❤❤❤

  • @Dani-hw7wo
    @Dani-hw7wo 2 ปีที่แล้ว

    እዋይ ኣታ ክንደይ ትምቅሩ ናይ ሰላም ኣምላኽ ምሳኩ ይኹን ደቅ እኖዋ💟💟

  • @senaittekeste5832
    @senaittekeste5832 ปีที่แล้ว

    Bihaki dess tibilu fetari fikiruckum yebizihayo. mami bizuh kea azawira nihani❤❤❤

  • @user-cc4gz3cd5m
    @user-cc4gz3cd5m 3 หลายเดือนก่อน

    እዋይይይ ደስ ክትብሉ ግልፅታት❤❤❤

  • @mebrihitkidanu16
    @mebrihitkidanu16 2 ปีที่แล้ว

    ኣስይ ምቅራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @rahmamuna7798
    @rahmamuna7798 2 ปีที่แล้ว +3

    Lov u tegaru❤💛

  • @thepricefamliy2788
    @thepricefamliy2788 2 ปีที่แล้ว

    Egiziabher ayini teban yihazelikum hiwatey

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ደስ ክትብሉ ሽኮራተይ እግዝኣብሔር ኣምላክ ኣቦ ዝርያኩም ይኩን እንኳዕ ተጋሩ ኮንኩም

  • @erilove-ch8mc
    @erilove-ch8mc 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣንታ ኣነስ እዚ ወዲ ዘረብኡ ከስሕቐኒ ተዋዛያይ እዩ

  • @dr.tedrostsige5155
    @dr.tedrostsige5155 2 ปีที่แล้ว

    enatsh gar twesjw neber yematasafr enat aelchsh eko lmangawum miss u manat endaty hamelmal negn

  • @tsion8456
    @tsion8456 2 ปีที่แล้ว +3

    ደስ ትብሉካ ሽኮሪናታት 💕

  • @abrehatgebrhansgebrhans9400
    @abrehatgebrhansgebrhans9400 2 ปีที่แล้ว

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏አሰይ አሰይ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️

  • @malataregawe8730
    @malataregawe8730 2 ปีที่แล้ว +10

    ኣሰይ ደቂ ትግራይ ዓደይ ፍቅርኩም ይብዘሐለይ

  • @hdhd25
    @hdhd25 ปีที่แล้ว

    ደዉ ባሓሪ ሓፀይ ዓድና ናፍቅናያ😥😥

  • @jflm989
    @jflm989 2 ปีที่แล้ว +1

    ማሚየይ ሂኒይ ሙቁራት ላሳሓቁኩሙ ንበሩልና ደቂ ሪመይ ዕድመን ጢዒናን ያሃብኩሙ

  • @user-pb6wk2lj8r
    @user-pb6wk2lj8r ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ንበሩ ንዘላኣለም

  • @gual70enderta17
    @gual70enderta17 2 ปีที่แล้ว +3

    ላትሓጎስኩም ንበሩ ኣሕዋተይ ❤💛🙏

  • @user-zy6bx3hi6q
    @user-zy6bx3hi6q 2 ปีที่แล้ว +8

    አበይ ድኩም ትቅመጡ ታማ መፍቱሕ ትከድለኪ ገፅኪ ኢጋማ የብለይ ዶ ናበልኪ ነበርኪይ ሃኒየ

    • @rahmamuna7798
      @rahmamuna7798 2 ปีที่แล้ว +1

      Jida eyom

    • @jamiendris9454
      @jamiendris9454 2 ปีที่แล้ว

      ቆላት እኮ ጥቁር ሂጃብ ብትለብሰ ይሻላታል በዛ ላይ የመኖሪያ ፍቃድ የላትም😂🤓

    • @user-zy6bx3hi6q
      @user-zy6bx3hi6q 2 ปีที่แล้ว

      @@jamiendris9454 ክክክክክ

    • @jamiendris9454
      @jamiendris9454 2 ปีที่แล้ว

      @@user-zy6bx3hi6q ዘና ፈታ አደረኩሸ አደል🤓😂

    • @user-vt5wl1dw8c
      @user-vt5wl1dw8c 2 ปีที่แล้ว

      @@jamiendris9454 ኣህያ

  • @wedihaji8413
    @wedihaji8413 2 ปีที่แล้ว

    Ma sha Allah Rebena yahfzkum habaybi

  • @user-qz4mo3rv2w
    @user-qz4mo3rv2w 2 ปีที่แล้ว +2

    ፅሩያተይ😍

  • @user-rv9fy8ju1z
    @user-rv9fy8ju1z 2 ปีที่แล้ว

    ደስ ትብል ሽገታት ፍቅርኹም ይብዛሕ ከም አኩም ያሀበና ፀብቅ ሓድር💋💋💋💋💋💋

  • @Gigi-hi9ix
    @Gigi-hi9ix 2 ปีที่แล้ว

    ደስ ብሃልቲ ደቂ ሓላል ማርየት ታተ ሰንበት ቅቅቅ

  • @rahmakmal2866
    @rahmakmal2866 2 ปีที่แล้ว

    ሃኒ ኣይትካአልንክን ስፖርት ክክክክክ ማማ ኣይትጀርሳንዶ ታተ ስንበት🤣🤣🤣ሽኮራት ተጋሩ ኣይፈላሊኩም❤💛❤💛❤

  • @fanahailuabay752
    @fanahailuabay752 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ እዩ ዘስሕቕ ዘረባኻ❤❤

  • @user-jo5ce8bs8m
    @user-jo5ce8bs8m 2 ปีที่แล้ว

    ከመይ ጌይርና ድኣ ኣንሕና ብዘይ እጋማ ክንኸይድ
    ናፅነት ዘይብሉ ዓድ ሁዉከት 😨😨🙄😥

  • @user-ei9hp8xy9g
    @user-ei9hp8xy9g 2 ปีที่แล้ว +1

    ሃኒ ሽኮር ምቅርቲ እኮ እኪ 😍😍

  • @tesfugebrehiwet2607
    @tesfugebrehiwet2607 2 ปีที่แล้ว

    ሓላላት ደስ በሃልቲ ኢኹም።እቲ ኣምሓርኛ ምሕዋስ ግን ናታትኩም ፀገም ጥራሕ ኣይኮነን ናይ ኩሉ ትግረዋይ ፀገም እዩ።ዳርጋ ዘይሓውስ የለን።ግን ንስኹም ኩሉ ስለዝሪአኩም እናማሓየሽኩም ኪዱ።ብዝተረፈ ምድላዋትኩም ጨለ እዩ ቀፅሉሉ።

  • @gffg8068
    @gffg8068 2 ปีที่แล้ว

    እስይይይይይይ ጥዑማት ላዛ እንኳዕ ናይና ኾንኹም

  • @ababazahara548
    @ababazahara548 2 ปีที่แล้ว

    ሞሻአላህ ደስ ክትብሉ ፍቅሩኩም ይብዛሕ❤❤❤