መንዩ መጀመሪያ አፍቅሩ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ก.พ. 2022

ความคิดเห็น • 516

  • @komaistekle4512
    @komaistekle4512 2 ปีที่แล้ว +71

    ፍቅርኩም ይብዛሕ ክቡራተይ ግን ሃይማኖት ንስብአይ አልካ ምቅያር ብጣአሚ አዩ ዘሐዝን 🥲🥲🥲😭😭ካብ ክርስቶስ ዝዓቢ የለን አና አግዚአብሔር አብ ሃይማኖትና የፅነአና አሜን 🤲

    • @smerhsoso7490
      @smerhsoso7490 2 ปีที่แล้ว +15

      ባሓቂ ኣብ እምነትና የፅነዐና ኣብታ ጥንታዊት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ

    • @user-sc3ld4cf8b
      @user-sc3ld4cf8b 2 ปีที่แล้ว +3

      እግዚኦ ተዘከረነ ክርስትያን ድያ ነይራ💔💔😢😢

    • @komaistekle4512
      @komaistekle4512 2 ปีที่แล้ว

      @@user-sc3ld4cf8b አወ

    • @deqeyalemey5087
      @deqeyalemey5087 2 ปีที่แล้ว

      She is in the right path alhamdulilah Allah is a creator one and the only one !!

    • @habenamine8388
      @habenamine8388 2 ปีที่แล้ว

      Amen🙌💯✅🙏🙏🙏

  • @js2974
    @js2974 2 ปีที่แล้ว +34

    ሰላም ደቂ ትግራይ ሙቁራት ሃኒ ግን ንምንታይ ሃይማኖትኺ ክሕድኪ ንሕና እኮ ናበርቲ አይኮንናይ አምላክ ናብዛ ፅንዕቲ ሃይማኖትኺ ይመልስኺ 🙏🙏🙏

    • @user-zt6no6xr8g
      @user-zt6no6xr8g 2 ปีที่แล้ว +2

      ብሓቂ

    • @user-vf6io8ws5g
      @user-vf6io8ws5g 2 ปีที่แล้ว +2

      ሰላም አምላክ ምሳኪ ይኩን ህያበይ ይቅርታ በስመአብ ክርስትያን ድያ ነይራ🥺🥺🥺😢

    • @user-ww1sf8dl1c
      @user-ww1sf8dl1c 2 ปีที่แล้ว +1

      @@user-vf6io8ws5g እወ😔

    • @user-tc3sv7jt8j
      @user-tc3sv7jt8j 2 ปีที่แล้ว +2

      ብሓቂ

    • @user-tk8cu5yt5n
      @user-tk8cu5yt5n 2 ปีที่แล้ว +1

      ብሓቂ ለባመይ
      ኣሜን 😥

  • @makilove6390
    @makilove6390 2 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ የሐዝን የሐዝን ናይዚ ዓለም ነገር ሓላፊ እዩ እቲ ዘይሓልፍግን ናይሰማይ ናይዘልኣለም ሂወት እዩ ኣምላኽ ኪሒድኪ ናበይ ኢኺ ትኣቲ ግደፊ ልጊዛዊ ክትብሊ ንዘልኣለም ትጠፍኢ ለኺ ኣቲ ሰብ ተመለሲ ተመለሲ ተመለሲ

  • @monaliza3951
    @monaliza3951 2 ปีที่แล้ว +16

    ሓደ ግዜ ደስ ዝበለና ሕቶታት ክንሓተኩም መደብ ግበሩ ሙቁራት❤❤💋💋

  • @galweyenti20adi16
    @galweyenti20adi16 2 ปีที่แล้ว +53

    ደስስስ ዝብል አጋጣም እዩ ምቅራተይ $H&m💞ፍቅሩኩም ንዘልአለም ይንበር አይፈላልይኩም ድቅ ሓላል መሬት💛❤💋 ካልአይ ክፋል ቀፅሉ💖💖💖💖

  • @user-ys3rw9mg1j
    @user-ys3rw9mg1j 2 ปีที่แล้ว +50

    ብርግፅ ፍቅሪ ፅቡቅ እንድዩ እና ሓፍተይ ናተይ ሃይማኖት ዘይብሉ ፍቅሪ እንታይ ክገብረልኪ እግዚአብሔር አምላክ ናብ ልብኪ ይመልስኪ ክርስቶስ ሓዲግካ ሂወት የለን አሕዋተይ

    • @user-vp3mx7gq6v
      @user-vp3mx7gq6v 2 ปีที่แล้ว +3

      ክርስትያን ድያ ነይሩ?

    • @user-zt6no6xr8g
      @user-zt6no6xr8g 2 ปีที่แล้ว +1

      ብሓቂ

    • @jdjdj4j991
      @jdjdj4j991 2 ปีที่แล้ว +8

      ብሓቂ ክብረተይ ካብ ናይ ክርሴቶስ ፍቅሪ
      ካብ ናይ እመቤታችን ድንግል ማርያም
      ካበ ናይ ኩሎም ቅዱሳን ዝፍለ ክሳደይ ንኻራ ተትኸውን ይመርፅ።እና ክብርቲ ሓፍትና ቅድሚ ኩሉ ነገር ክተፅንዕዮን ክተፍቅርዮን ዝግበኣኪ ናይ ጎይታና ኣምላክናን መድሓኒትናን ኢየሱስ ክርስቶስ ፍቅሪ ኣብ ልብኺ ትፅሕፍዮ ይግበኣኪ ነይሩ እና እግዚኣብሔር ኣምላክ ልቢ ሊድያ ዝኸፈተ ዓይነ ልቦናኺ ኸፊቱ ናብዛ ቅንዕቲ ሃይማኖትኺ ክትምለሲ ሰናይ ፍቃዱ ይኹን🙏🙏🙏🙏

    • @user-ys3rw9mg1j
      @user-ys3rw9mg1j 2 ปีที่แล้ว

      @@user-vp3mx7gq6v እወ ክርስትያን እያ ነይራ

    • @user-ys3rw9mg1j
      @user-ys3rw9mg1j 2 ปีที่แล้ว

      @@jdjdj4j991 ናይ ብሓቂ አሜን አሜን አሜን

  • @user-wt4hp3ln5m
    @user-wt4hp3ln5m 2 ปีที่แล้ว +17

    ልምንታይ ልፍቅሪ ሰብ ኢልኪ ፍቅሪ ክርስቶስ ትገድፊ ማራ ማራ ማራ ኢኪ ተሕዝኒ ማዓረይ ኣቱም ኮሞንቲ ትፅሕፍ ኣይተረድእዋይ ዲኩም 😢😢😢😓😓😓

    • @ggffbvdf3176
      @ggffbvdf3176 2 ปีที่แล้ว

      Meniom diyom kirstyan neyrom

    • @user-wt4hp3ln5m
      @user-wt4hp3ln5m 2 ปีที่แล้ว

      @@ggffbvdf3176 ዛጋል እኒኣ ክርስትያን ነይራ እሱ ስብኣያ ኣስላማይ እዩ ደሓር ሃይማኖታ ገዲፋ ላብኡ ከይዳ ዋይ ኣነ ይይ ኣምላክ ይቅር ይበለልና💔💔💔

    • @ggffbvdf3176
      @ggffbvdf3176 2 ปีที่แล้ว

      @@user-wt4hp3ln5m kifelt delye enber ane iwin Muslim eye gal adey Ena karna eytihzeni Muslim ewin haymanot mukanu filiti

    • @user-wt4hp3ln5m
      @user-wt4hp3ln5m 2 ปีที่แล้ว +2

      @@ggffbvdf3176 ይሓዝንይ ፈረቃይ እምበር ካብ ክርስትያን ምውፃእ ማለት ኮ ከም ካብ ባሕሪ ዝወፀ ዓሳ እዩ እዋይ እስኪ ለ ዲኪ ከምኡ ሓዲገ እምበኣር

    • @user-wt4hp3ln5m
      @user-wt4hp3ln5m 2 ปีที่แล้ว

      @@ggffbvdf3176 ብዝተረፈ ፀገም የብሉን ዝያዳይ💓💐 ልኣምላክ ንሕደጎ ባዕሉ ኣሎ ፈጣሪ

  • @user-ji2oq3dx3x
    @user-ji2oq3dx3x 2 ปีที่แล้ว +7

    ናይ ክልቲኦኩም ሃይማኖት ሓደ ድዩ ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

    • @aliisaed7684
      @aliisaed7684 2 ปีที่แล้ว +4

      ኣይኮነን ንሳ ክርስትያን እያ ክሒዳ እበር ✝️😭😭😭😭😭😭😭😭😭☝️

  • @user-zq1kp6id4n
    @user-zq1kp6id4n 2 ปีที่แล้ว +14

    ኣሰይይይ ፍቅረኩም ይብዛሕ አሕዋተይ ናይ ፍቅረ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ❤❤❤❤❤

  • @user-zt6no6xr8g
    @user-zt6no6xr8g 2 ปีที่แล้ว +12

    ድወድ ብልኺ ቀጥተኛዋ ሃይማኖቲኺ ቃይርኺ አይይይ ልቢ ይሃብኺ ዳሕናለ ካዚ ይሰውረና መድህንያለም

    • @user-ni7fg3gf3v
      @user-ni7fg3gf3v 9 หลายเดือนก่อน

      ውዴ ደምሪኝ❤

  • @XxxXxx-gm6gc
    @XxxXxx-gm6gc 2 ปีที่แล้ว +7

    መጀማርታ ሰላም እና ፍቅርኩም የብዘሐዮ ሙቅራተይ ሃይማኖትካ ብምድራዊ ፍቅሪ ኣይትቀይር እቱምንታይስ ምድሪዊ ፍቅሪ ሓላፊ እዩ ሰማያዊ ፍቅሪ ግን ልዘላእለም እዩ እንታይ ክብለካ ደልየ እየ ዛሓወይ መዳሃንና ኢየሱስ ክርስቶ ዘቡሉ ፍቅሪ ኮንቱ እዩ እና ላብታ ዝነበርካያ ትክክለኛ ሃይማኖት ተመለስልቢ ልድያ ዝከፈተ ልብካ ይክፈተልካ ናይ ዓለም ኩሉ ሓላፋይ እዩ ክቡር ሓወይ ምስ ሰናይ የቅርታ🙏💒ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሙነየልኩም💖💙

  • @abdelhafizhagos1193
    @abdelhafizhagos1193 2 ปีที่แล้ว +24

    ማሻኣላህ ረቢ ይሕፈዝካ ሓወይ ሓዊኩም ካብ ኤርትራ ኣላህ ይሕፈዘክም

    • @user-ti1qy7gk1q
      @user-ti1qy7gk1q ปีที่แล้ว

      ታዩ ምሕፋዝ ከ ትርጉም ባ

    • @HyatEbrahem-jb7ji
      @HyatEbrahem-jb7ji หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂😂​@@user-ti1qy7gk1q

  • @titisabawit3510
    @titisabawit3510 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣቤት ቁንጅናኪ ግን ማርያም ሰሪሓትኪ እያ።ግን ማርያም ምእማን ገዲፍክዮ😢😢

  • @temesgenamlakyetemesgenaml7164
    @temesgenamlakyetemesgenaml7164 2 ปีที่แล้ว +8

    ዓይንኪ ኩሉ ነገርኪ ደስ ክትብልኒ ማዓት ኢኪ ፍቅርኩ ይፅናዕ

  • @milashmilash3881
    @milashmilash3881 2 ปีที่แล้ว +139

    ምስ ዘይመስልኩም ኣይትፃመዱ ይብለና ቅዱስ ቃሉ ንሓላፊ ስጋዊ ፍቅሪ ክትብልስ ሃይማኖትኪ ትቅይር አምለክ ልቦናኪ ይቀይረልኪ ሐዚ ኣይፍለጥክን ግን ስጋዊ ፍቅሪ ግን ካባኪ እንማሃሮ እንተሃለየና ከማኪ ናብ ዘይመሱሉና ከይንፃመድ ግን መምሃሪና እዩ ሰጋዊ ፍቅሪ ዶ ይዓቢ ዘላኣለማዊ ሃይማኖት ወይ እምነት ርእስኪ ፈትሺ ስምዕትኪ ምቁፅፃር ምሓሸኪ ምክንያት ዓብይ ነገር ተጥፊኢ ስለ ዘለኪ ዓይነ ልቦናኪ ይክፈተልኪ

    • @a.g751
      @a.g751 2 ปีที่แล้ว +13

      ትክክል መዓረይ🥰

    • @user-zt6no6xr8g
      @user-zt6no6xr8g 2 ปีที่แล้ว +9

      ትክክክል ልቢ ይሃበና

    • @user-wh6di9kd7w
      @user-wh6di9kd7w 2 ปีที่แล้ว +8

      ናይ ብሓቂ የሕዝነኩ

    • @smerhsoso7490
      @smerhsoso7490 2 ปีที่แล้ว +4

      ናይ ባሓቂ

    • @sarayoutube4678
      @sarayoutube4678 2 ปีที่แล้ว +24

      ትክክል ዝሃፍተይ ግና ን እየሱስ ክርስቶስ ኣምላክና ዘይምፍላጣ እዩ እንተትፈልጦ ነይራ ብፍቅሪ ጎይታና እምነታ ኣይምቀየረትን ነይራ ግና ሓደ መዓልቲ ንጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ክትፈልጦ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን

  • @user-vh2bc2sm7q
    @user-vh2bc2sm7q 2 ปีที่แล้ว +15

    ዝፈትወኩም ማሜዋይ&ሃኒዋይ♥♥♥♥እና ኣነለ ሓደ እኒኦ ቆልዓ ዝፎትየኒ ዝፍትዮ የኮነይ ብኣካል ረኪበዮስ ዋላ ቴክስት ተገይሩለይ ልበይ እያ ሓሸው💔💔 ትብልዋ እስቲ የጣምርኩም በሉና♥♥♥

    • @user-ni7fg3gf3v
      @user-ni7fg3gf3v 9 หลายเดือนก่อน

      ውዴ በቅንነት ደምሪኝ❤

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 2 ปีที่แล้ว +13

    ደስ በሃልቲ ምቁራተይ🤩🤩🤩ብሓቂ ክልተኩም ሓቀኛ ፍቅሪ እኩም አፍቅርኩም ሃኒ ደሞ ሰውነትኪ ማይ ፍስስ እንተይሉ እማ በቃ ኣፍቅርክዮ ነይርኪ😃

    • @user-ww1sf8dl1c
      @user-ww1sf8dl1c 2 ปีที่แล้ว

      ዋይ ከሙኡዱዩ ዝገብር😄😄😄

  • @brhanbrhan7358
    @brhanbrhan7358 2 ปีที่แล้ว +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እሕዎታይ ምዓሪይ

  • @user-vg6ho9os2e
    @user-vg6ho9os2e 2 ปีที่แล้ว +3

    ደስ ባሃልቲ ኢኹም ግን እቲ ቅኑዕ ሃይማኖትኪ ኪሒድኪ ምስ ዘይ ኣማኒ ምኳንኪ ደስ ኣይብልን ምክንያቱ ቅድሚ ኩሉ ሃይማኖትኪ ክተቀድሚ ይግባእ ንስኪ ናብቲ ቅኑዕ ሃይማኖት ክተምፅእዮ እምበር ንስኺ ክትኽሕዲ ኣይምነበረክን ሐዚ ውን ናብ ልብኺ ይምለስኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ🍃🌻

  • @user-js7ib8yw6b
    @user-js7ib8yw6b 2 ปีที่แล้ว +13

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ሓባይቢይ💓😘👌

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣሰይይይ ዕድመና ጥዕና ይሃብኩም ሙቁራተይይ❤❤❤💘💘💘🙏🙏

  • @user-eu2ek1ff1e
    @user-eu2ek1ff1e 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣነስ ክፈትወኩም ማዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቀፅልሉ ሓበይቢ

  • @user-gz1gt6no2y
    @user-gz1gt6no2y 2 ปีที่แล้ว +10

    ብሓቂ ናይ ተካታትልቲ ተገዳስነት እንተ ሃልይኪ ንምንታይ ሃይማኖትኪ ቀይርኪ? መልስልና ሃይማኖት ምቅያር ማልት ክሕደት ጥራሕ እዩ ::እዚ ክትገብሪ ዘገደድኪ ምክንያት ብደንቢ ገይርኪ ክተረድኢና ብትሕትና ናሕተኪ 🙏እንተዘይ ተጋግያ ስብ ቡዙሕ ሕቶ ጽሒፎ አሎ ማዓረይ

  • @messimessi7100
    @messimessi7100 2 ปีที่แล้ว +10

    2 ንፅበኢና ብቅልጡፍ ምፁና ሙቁራት ፍትጠረት ንፎትየኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu4282 2 ปีที่แล้ว +8

    እዞም ዝፈትዎም ፍቁራት ደቂ ሪመይ ❤️💛ፍቅርኩም ይሰስን ሓዳርኩም ይባረክ ❤️💛

    • @user-ni7fg3gf3v
      @user-ni7fg3gf3v 9 หลายเดือนก่อน

      ውዴ ደምሪኝ❤

  • @sarasaara3454
    @sarasaara3454 2 ปีที่แล้ว +5

    ፍቕርኹም የብዛሓዮ ፅሩያተይ💛⭐️❤️🤗🤗🤗

  • @uity7900
    @uity7900 2 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዓሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ፍቅርኩም የብዛሓዮ አምላክ

  • @fyorigaltigray8279
    @fyorigaltigray8279 2 ปีที่แล้ว +8

    ሙቁራትን ሓላላትን ኣይትጥፉኡ ቅልጥፍ ቅልጥፍ ኢልኩም ምፁና ኣይትጥፉኡ 💊💊💊💊❤❤💛💛💛

  • @kuofrt8773
    @kuofrt8773 2 ปีที่แล้ว +26

    ፍቅርኩም ይብዛሕ ኣብ ሓዳር እውን ቀፅሉ ካዓ ደግምኩም ዊለዱ❤❤❤❤

  • @user-or9nf1dz9c
    @user-or9nf1dz9c 2 ปีที่แล้ว +82

    እንኳዕ ሰላም መፃእኹም ምቁራተይ❤
    እሺ ብፍቃድኹም ሕተቱ ሰለ ዝበልኹም የቀኒየልና እሺ አነ ንሃኒ እየ ሕቶይ
    1)) ቃደም ክርስትያነይቲ ኢኺ ነይርኺ ሕጂ ኢስላመይቲ ኮይኒኺ ኣለኺ ሰለዚ እምነትኪ ዘቀየረኪ ብፍቅር ድዩስ ወይ እቲ ቁርኣንና እቲ መፅሓፍ ቅዱስ ኣኒብብኪ ተረዲእኪዮ እኺ ቀይርኺ
    ምክንያቱ ኣንቢብኪ እንተ ኾይኒኺ እታ ዘቀየረትኪ ጥቅሲ ወይ እቲ ሓቂ ዘይኾነ ክንፈልጦ ሰለ ዝደለኹ እየ ኩሉ ናብታ ቅንዕቲ ሃይማኖት ክኽተል ስለ ዝደሊ
    2)) ብመልክዕ ቁርኣን ኣረዲእኺ ኣምሂርኪ ዝቀየርክዮ ሰብከ ኣለኪ ዶ
    3)) ብዛዕባ ሃይማኖት ካብ ቤተ ሰብ ዝመፀአኪ ሕቶከ ብኸመይ ትምልሱሎም ብመልክዕ ቁርኣንዶ ወይ ብድልየተይ ኢልኪ ትምልስዮም💜እዚአን ትምሉሱለይ ብሃንቀውታ ይፅበ ከይት ሓልፉኒ በቲ ትኣምንዎ ፈጣርኹም ሒዘኩም እየ🤲ሰላምኩም ይብዛሕ ስለ ዝፈትወኩም እየ ክዓ❤😘

    • @smerhsoso7490
      @smerhsoso7490 2 ปีที่แล้ว +7

      ናይ ልበይ ሕቶ ጊን መፅሓፍ ቁዱስ ኣምቢባ ተረዲኣ እንተትከውን በፉፁም ያሃም ቀየረትን

    • @user-wh6di9kd7w
      @user-wh6di9kd7w 2 ปีที่แล้ว +10

      መፅሓፍ ቅዱስ ተትፍልጥ ነይራ ብፍፅም ሃይማኖታ አይምቅየራትን ነይራ ከብ ሃይማኖተይ ከቅዩራ ስክድይ ንስፍ እንድንል ዝሕልፍው ቅዱስን አብታትና አነ እውን ክስዒብ እዩ አስራም ተመስገን አምላክ አነስ ጓል ክርስቶስ እዩ ተመስገን ተመስገን

    • @user-wt4hp3ln5m
      @user-wt4hp3ln5m 2 ปีที่แล้ว +6

      @@user-wh6di9kd7w ብሓቂ በእውነት ተመስገን ፈጣሪ ደቁ ዝገበረና ኣይፈሎጦቶን እዚ ሰማያዊ ሂወት ጣዕሙ ጣዕሚ ምድራዊ እያ ሪኣ

    • @user-oe3ry9lv8z
      @user-oe3ry9lv8z 2 ปีที่แล้ว +1

      @@smerhsoso7490 ብሓቂ

    • @user-ys3rw9mg1j
      @user-ys3rw9mg1j 2 ปีที่แล้ว +2

      ናይ ልበይ ሕቶ

  • @user-rs5xl1tu5e
    @user-rs5xl1tu5e 2 ปีที่แล้ว +1

    አሰይይይ ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ👏 ❤❤❤🥰😘

  • @user-rn7kr5qe8x
    @user-rn7kr5qe8x 2 ปีที่แล้ว +4

    ሙቁራተይ ደስ እኮ ትብሉ ሓባይብ ቀፅልሉ ደቅኖዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፁሩያት ናትና💘💘💘💘💘💋💋💋💕💕💕💓💓💓💓💓💓

  • @reir2557
    @reir2557 2 ปีที่แล้ว +7

    ዋውውውው ደስስስ ክትብሉ ማዓት ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም ፈጣሪ እና ወሊድኩም ዶ ገና ኢኩም

  • @user-yn8tb8ij3c
    @user-yn8tb8ij3c 2 ปีที่แล้ว +20

    ወግዕኹም ክምችወኒ ኣነስ ማርያምን በጃኹም ክፋል ክልተ ግበሩላ ትዝክሩ ዶ ማሜ ምስ ዓርክኻ እና ሃኒቾ ቲክቶክ ላዪቨ ክትኣትዩ ይገርመኩም ገዜ ድቃሰይ ዝነበረ ምሳኹም ኮፍ ኢለ በይነይ ናሳሓቅኩ ሓዲረ በጃኹም ድገሙና ኣይትጥፍኡ ኣነስ እግዛብሄርን ክፈትወኩም ብልበይ እየ

  • @user-ud9ti4um1j
    @user-ud9ti4um1j 2 ปีที่แล้ว +7

    ሙቁራተይ ፊቕርኹም የብዛሓዮ ሓላላተይይይይ❤️💛❤️💛❤️💛

  • @hbhf8927
    @hbhf8927 2 ปีที่แล้ว +9

    ክክክክክ አታ አስቁኩምኒ አብ ፍቅሪኩም ሳሓቅ ይዓድልኩም ሙቁራተይ😘😘😘❤

    • @makilove6390
      @makilove6390 2 หลายเดือนก่อน

      ፍቅሪ ብዘይ ኣምላክ ባዶ😢

  • @uehheh7006
    @uehheh7006 2 ปีที่แล้ว +6

    ሓደ ጉይታ ሓንቲ እምነት ሓንቲ ጥምቅት አሕዋት

    • @uehheh7006
      @uehheh7006 2 ปีที่แล้ว +1

      ኤፌሳን 4 5

    • @aliisaed7684
      @aliisaed7684 2 ปีที่แล้ว

      ብሓቂ ✝️😭😭😭😭😭😭😭☝️

    • @uehheh7006
      @uehheh7006 2 ปีที่แล้ว +1

      @@aliisaed7684 እወ ሃይማኖት ማለት ሓንቲ ይአ ሓደ ጉይታ ሓንቲ እምነት ሓንቲ ጥምቅት ኤፌሳን ምዕራፍ 4 5 እቲ ልዕሊ ኩሉን ብኩሉን አብ ኩሉን ዘሎ ሓደ አምላክ ኣቦ ኩሉን ንሱ እዮ ግናከ ብመስፈር ውህበት ክርስቶስ ንነፍሲ ወከፍና ጸጋ ተውሂቡ እዮ

  • @yute2286
    @yute2286 2 ปีที่แล้ว +12

    2ክፋል ክትመልሰለይ ተስፍ ክገብር ተመርዕውኩም ዲኩም ወይስ ብዕርክነት እኩም ተነብሩ አለኩም ደሞ ተዘይተጋግየይ ወልድኩም እኪም ከመይ ነይሩ አቀባብላ ብበተሰብ ወገንስ ፍቅርኩም አምላክ የብዘሓልኩም 🙏🙏እና ናብ ስደት ብሓደ ዲኩም ወፅኩም ወይ በበይንኩም ልምንታይ ከ ሰደት መርፅኩም ሰደት ነዓኩም ከመይ ትገልፀዎ ምስ ውላድኩም ተፋላልኩም ክትነብሩ ከለኩምስ ናፍቆት ከመይ እዩ ክትመልስለይ ተስፍ ክገብር ሓደራ ከይትሓልፍዋ❤❤❤🙏🙏🙏

    • @user-bh4ho4ol3p
      @user-bh4ho4ol3p 2 ปีที่แล้ว +2

      ወሊዶም ድዮም እሰይ ታዓዲሎም ዋይ እሰይ በሉ መሉሱላ ዛሓፍትና

    • @user-wt4hp3ln5m
      @user-wt4hp3ln5m 2 ปีที่แล้ว +3

      @@user-bh4ho4ol3p እምነታ ብምክሓድከ የሕዝነክንዶ እስክን ትገዳ መንጨብጨብቲ ክንዲ ምክሪ ትባኣስ ተንጨብጭባላ ኣለክን ደቂ #እመብርሃነይ👏👏

    • @slamall959
      @slamall959 2 ปีที่แล้ว

      @@user-wt4hp3ln5m እዝኣስ ወላ ኣነ ኣይትዊሓጠትለይ ምኽንያቱ ወጀራት እየ ምስ በለት ከመይ ላ ድኣ ሞሱሉም ኾይና ወጀራት ስ ሞሱሉም የለይ ዋ እለ ብጣዕም ግር ኢሉን

    • @user-bh4ho4ol3p
      @user-bh4ho4ol3p 2 ปีที่แล้ว

      @@user-wt4hp3ln5m እሺ መጀመርታ አነ ዝፃሓፍክዎ አስተውዒልኪ አንብብዮ ኻላአይ ብዛዓባ ሃይማኖታ ዝፎልጦ ነገር የብለን አነ ሙስሊም እያ መሲላቲኒ ነይራ እምበር ምንጭብጫብ እሲ አይፈትውን ወጀራት ደሞ አይፈልጦን

    • @user-wt4hp3ln5m
      @user-wt4hp3ln5m 2 ปีที่แล้ว

      @@user-bh4ho4ol3p ሕራይ ኣነ ኣንቢቦዮ እየ ዝያዳይ ግን ስለ ሃይማኖትኪ ኣፀቢቅኪ ትፈልጢ ትማሃሪ ኣለኪ እሳ ክርስትያን ነይራ ደሓር ላብ ኣስላመይቲ ዝተቀየረት እያ እና ልበደልኩኪ ይቅሬታ ፆም ኣርባዓ ይጅመርሎ ሞ ብሩክ ፆም ይግበረልና

  • @deqeyalemey5087
    @deqeyalemey5087 2 ปีที่แล้ว +1

    Ma sha Allah you guys are adorable may Allah bless you 🤲🤲

  • @user-fu8vz4bw3z
    @user-fu8vz4bw3z 2 ปีที่แล้ว +12

    ቀደማኩም ፅዮን ምሳኩም ትኩን❤❤

  • @hiluhilena7412
    @hiluhilena7412 2 ปีที่แล้ว +2

    በጣም እኮ ነው ምታምሩት ማሜ አፈስካት ይችን የመሰለች ውብ 🤩🥰😘

  • @user-tu4tw2pd5k
    @user-tu4tw2pd5k 2 ปีที่แล้ว +2

    Shikorinatat ajokum Kab hawkum Eritrea 🇪🇷♥❤😍✨💖

  • @meazi_mizu
    @meazi_mizu 2 ปีที่แล้ว +37

    ኣሰይ ደስብሃሎ እግዛብሔር ሓዳርኹም ይባርኸልኹም🙏❤️

  • @user-np5it3qr3s
    @user-np5it3qr3s 2 ปีที่แล้ว +32

    Part 2..ብርሃን ገጾም ክፈትወኩም ፍቅርኩም የብዛሓዮ 🥰😍

  • @user-ld2rw5cc3t
    @user-ld2rw5cc3t 2 ปีที่แล้ว +16

    ማሻ ኣላህ ኣላህ ይጠብቅቹ ኣይለያቹ ዉዶችየ❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️

  • @user-kf1xp8dg5e
    @user-kf1xp8dg5e 2 ปีที่แล้ว +2

    ዋውውው ደስ ትቡሎ ፍቅርኹም ይብዝሕዮ🌹🌹❤❤

  • @bitiyamilleht6636
    @bitiyamilleht6636 2 ปีที่แล้ว +6

    ሙቁራተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ😍😍😍😍

  • @jerusgeb4791
    @jerusgeb4791 2 ปีที่แล้ว +2

    They’re so cute together😍😍

  • @merigaltigraynice7841
    @merigaltigraynice7841 2 ปีที่แล้ว +2

    ፅሩያተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ💖💖💖💊

  • @maharihagus9345
    @maharihagus9345 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣነ ግን ጥያቄ ኣለኒ ኣብ ሱዑድ ክንደይ ዓመት ጌርኩም
    ሃኒከ ኢጋማ ኣለዋ ዶ ቆልዓኩም ከ ኣበይ ኣሎ
    ❤❤❤

  • @user-mm4xf7ff8v
    @user-mm4xf7ff8v 2 ปีที่แล้ว +2

    ፍቅርኩም ይብዛሕ ፅሩያት ❤❤❤❤

  • @Mebrahti
    @Mebrahti 2 ปีที่แล้ว +2

    ሕቡናት ተጋሩ ብምኳንኩም ንሕበን ኣጆኹም♥️
    ክንደይ ወሲደልካ ካአ ትብሊ እንታይ ክትወስድሉ እምነትኪ ኳ ኣፍሪስኪ ከሰትምሕሊ ከለኪ ገለ ተሰሚዕኒ ካብ ከደም ትክተልየሸ ምኮንኪ ኮ ገለ ኣይምበልኩን!

  • @marym2102
    @marym2102 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣነስ ድሰ ክትብሉኒ ፍቅርኹም የፅናዓዮ ፈጣሪ

  • @lilitubetgray5616
    @lilitubetgray5616 2 ปีที่แล้ว +8

    ተጋሩ ላይክ ሽር ዶ ግበሩይ ዝሕልኩም 🙄

    • @user-el7dr3us6i
      @user-el7dr3us6i 2 ปีที่แล้ว +3

      ሞይተ ብስሩ እባ ሸር ዘይብል ንፍቅሪ ትብልስ ሃይማኖታ ትቅይር መፅልእት ዝኮነት ጓል ታማ ንሱ ዘይቃየረ🤫

    • @lilitubetgray5616
      @lilitubetgray5616 2 ปีที่แล้ว +2

      @@user-el7dr3us6i ማዓረይ ፍቅሪ ዕዉር ክባሃል አይሰማዕክን ደኪ

    • @user-el7dr3us6i
      @user-el7dr3us6i 2 ปีที่แล้ว +2

      @@lilitubetgray5616 ይፈልጥ:: ግንስ ብሃይማኖተይ እሕዋተይ መፅሓፍ ቁዱስ እንግለፅ ግን ሓንቲ ሕቶ ዶ ካሓተኪ ማዓረይ

    • @lilitubetgray5616
      @lilitubetgray5616 2 ปีที่แล้ว +1

      @@user-el7dr3us6i እሺ ማሬ

    • @user-el7dr3us6i
      @user-el7dr3us6i 2 ปีที่แล้ว +1

      @@lilitubetgray5616 እሺ ትበልኺ እመብርሃን ኣደይ ማዓረይ እዙ ፍቅሪ ዝንብሎ ግዝያዊ እዩ ፍቅሪክርስቶስ ግን ዘላኣለማዊ እዩ ኣየናይ ኢኪ ትመርፅ ግዝያዊ ዋላዘላኣለማዊ? ኣነ ግን ካብ ፍግዝያዊ ፍቅሪ ፍቅሪ ክርስቶስ ይመሪፅ ግን እሕዋተይ እነስተዉዓል ናብ ገደል ኢና ዝፅድፍለና😪😪😪😪

  • @user-os8eo5qp9c
    @user-os8eo5qp9c 2 ปีที่แล้ว +4

    ASEYYY MUKURATEY edimeni tinani yihabikumi🙏🏻💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘pls part 2

  • @amanielaregawi7278
    @amanielaregawi7278 2 ปีที่แล้ว +2

    ደስ ዝብል እዩ ቀፅሉልና ደስ በሃልቲ ሙቁራት ፍቅርኩም ይሰስን❤❤❤

  • @user-el7dr3us6i
    @user-el7dr3us6i 2 ปีที่แล้ว +6

    ፎእእእእ ኣነስ ልጓል ፅሪፈ ኣይፈልጣ እንተ ንስኪ ግን ?ልፍቅሪ ትብልስ ሃይማኖት ትቅይሪ መፅሓፍ ቅዱስ ገልፅኪ ረእየይ ኣማ እንታይ ከም ዝብል ክርደእኪ እዩ

  • @user-ex9gr7dc8q
    @user-ex9gr7dc8q 2 ปีที่แล้ว +4

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ክቡራት ኣሕዋትና ፍቅረኩም ብዝሕሕ ትርፍፍፍፍ ይበል
    እሺኒ ሕቶ አለኒ ብቃደመይ አብ ወጀራት እየ ዓደይይይ አብ ወጀሪት እየ ትወልደ አለኺ ጸንሕኽ ማለት አብ ወጀራት መሰልም የለን ወላሰ ድሓረ አኽ ቀይሪኽ ግን አሕዋተይ አነ መሰሉም አብ ወጀራት የለን ዝበልኹ መሰሉም ጸልኤ አይኾንኹይ ሰለ ዘየሎ እዩ ካብ ሕተይ ሰሕተት እንተሃልዩ ይቅረታ ሰለ ዝፈትወኩም እዩ ብሰም እትአምኒዋ ፍጣሪኩም ሕተይ ከይትሕልፍዋ ሰላምን ፍቅሪን ይልአከልና እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት

    • @user-su8by1vd9s
      @user-su8by1vd9s 2 ปีที่แล้ว +1

      ቆየ😘😘

    • @user-ex9gr7dc8q
      @user-ex9gr7dc8q 2 ปีที่แล้ว +1

      @@user-su8by1vd9sዋየ ክክክ እንታይ እዩ ናብ ዝኾድኾ ትመፅኢለኺ ቆ❤😂😘

    • @user-su8by1vd9s
      @user-su8by1vd9s 2 ปีที่แล้ว +1

      ስለ ዝፈትወኪ ፍቅረይ ትማሃርማ ክምርዖወኪ እየ ዋ😍😂😂😂

    • @user-ex9gr7dc8q
      @user-ex9gr7dc8q 2 ปีที่แล้ว

      @@user-su8by1vd9s ክክክ ጨለ ናፍቀኺ ደውልለይ ማ🙄😂😍😍

  • @user-vq7re2qg8c
    @user-vq7re2qg8c 2 ปีที่แล้ว +2

    ❤💛ምቁራተይ ፍቅርኹም የብዝሓዮ 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @muzitgaltgray166
    @muzitgaltgray166 2 ปีที่แล้ว +2

    Mara eye hazine ms reekwa Ayfltan gn Ahwatey tegaru Nay hani ktktela ntenkek haymanetna nflto eina tewaedo Ena em hamanetka mkyar mumat yhesh 🇪🇷⛪🇻🇳🙏🙏🙏✝️✝️✝️

  • @liliqueen6887
    @liliqueen6887 2 ปีที่แล้ว +4

    ዉለዱ ሰስኑ ተጋሩዋይ😍❤️🥰

  • @helenkalaytigraweyti3732
    @helenkalaytigraweyti3732 2 ปีที่แล้ว +6

    ፅሩያት 💊😍

  • @zenewuselemin2184
    @zenewuselemin2184 2 ปีที่แล้ว +5

    ዋዋው ካልኣይ ክፋል ቀፅልሉ 🌹❤️

  • @rodastesfay3809
    @rodastesfay3809 2 ปีที่แล้ว +1

    መን ኣሎ ግን ከምዚ ከማይ ናይ ማሜ ዕላል ደስ ዝብሎ ዘስሕቖ

  • @ferwinhafetu4952
    @ferwinhafetu4952 2 ปีที่แล้ว +1

    ፍቕርኺም ብዝሕ ትርፍ ይበል🤗🦋

  • @askalgebrehiwet9383
    @askalgebrehiwet9383 2 ปีที่แล้ว

    Asey des behalti egzabiher hadarkum ybarkelkum 🙏

  • @user-io4bw1wp8l
    @user-io4bw1wp8l 2 ปีที่แล้ว +3

    ብርሃን ገፆሙ ሙቁራተይ ፍቅርኩሙ ይሰስን ውሉዱኩሙ የርእየና ሓላላተይ💓💛💙💓💛💙💐💐💐💏💏💏💏

  • @lilitubetgray5616
    @lilitubetgray5616 2 ปีที่แล้ว +5

    ደስ ባሃልቲ ደቂ ረመይ

  • @user-by3py2qr6k
    @user-by3py2qr6k 2 ปีที่แล้ว +4

    part 2 ግበሩልና በወላዲትኩም ሙቁራት

  • @ttyy7566
    @ttyy7566 2 ปีที่แล้ว +5

    አሰይሙቁራተይ ፍቅርኩም ይዓንቡብ😘😘😘

  • @user-bl7wn2id3z
    @user-bl7wn2id3z 2 ปีที่แล้ว +17

    ሃይማኖትኪ ቀይርከ አኽኽ በስመኣም😭😭😭😭

    • @maazugebrihiwet536
      @maazugebrihiwet536 2 ปีที่แล้ว

      😭😭😭😭😭😭☝️☝️

    • @user-we3kb2jm5b
      @user-we3kb2jm5b 2 ปีที่แล้ว

      እንኳዕ ወደተፈጠረቺበት እሥልምና ገባች

  • @fhch2999
    @fhch2999 2 ปีที่แล้ว +2

    ፍቅርኩም ይብዛሕ ደቂ ሪመይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @hayatnuguse5281
    @hayatnuguse5281 2 ปีที่แล้ว

    Egzabher amlaki ayleyach etaye &amchye 💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @user-tl2sb5hr5q
    @user-tl2sb5hr5q 2 ปีที่แล้ว +1

    የምወዳችሁ ማሜ ግን በጣምነው የሚያሰቀኝ ሲያወራ😂😂😍😍😍😍❤❤❤❤

  • @GgFf-hm7eq
    @GgFf-hm7eq ปีที่แล้ว +7

    ድስውኣይ ብልኽንስ ሃይማኖት ትቅይር ልቢ ይሃብኽ ፊጣር ባዕሉ መሕዘን ይኡ😢😢

    • @ferihaferiha-pq6wf
      @ferihaferiha-pq6wf 4 หลายเดือนก่อน

      😢😢😢😢

    • @AfariKsa-uq6om
      @AfariKsa-uq6om 4 หลายเดือนก่อน

      ናይ ብሓቂ መሕዘኒ ይኡ በኡውነት ልቦና ይሃበና ፈጣሪ😢😢😢😢

    • @user-od5ic9ky5d
      @user-od5ic9ky5d 29 วันที่ผ่านมา

      ናይ ባሓቅ ባዕሉ ምሕርት ያዉርደልና😢😢

  • @suzibobee2809
    @suzibobee2809 2 ปีที่แล้ว +4

    ደስ ባሃሊ ለለ ቀፅሉ

  • @merisolomon9438
    @merisolomon9438 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ፅርያተይ ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ ክብራተይ💘💘💘

  • @user-vd3md4wm6d
    @user-vd3md4wm6d 2 ปีที่แล้ว +7

    P2 ክንፅብ ኢና ሺኮሪናታት
    ገለታት ገለታት ቤቲ ሃለይ ❤💛😂😂😍

  • @wedihaji8413
    @wedihaji8413 2 ปีที่แล้ว +5

    ማሻኣላህ ረበና ያሕፍዝኩም

  • @nonokonjo5821
    @nonokonjo5821 2 ปีที่แล้ว

    ጹሩያት ደቂ ዓደይ ኣላህ ይሕፈዝኩሙ

  • @eyureslemmesele4143
    @eyureslemmesele4143 2 ปีที่แล้ว +1

    God. bless. you.. ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @biariayaselaseztefeterkubu8545
    @biariayaselaseztefeterkubu8545 2 ปีที่แล้ว

    Konjo kone ferji mesle Ewe do wy konjo do koykan love ❤️ u God bless your love

  • @mahderasgedom3918
    @mahderasgedom3918 2 ปีที่แล้ว +4

    ሙቁራተይ ፍቅርኹም ብዝሕ ይበለለይ(port2 )

  • @alugaltigray9572
    @alugaltigray9572 2 ปีที่แล้ว +7

    ምቅራት ፍቅርኩም የብዘሐዮ😍💛❤️

  • @fathingeber2669
    @fathingeber2669 2 ปีที่แล้ว

    Des bahelty edima teny yhabikuem 🥰🥰🥰

  • @fatmahagos46
    @fatmahagos46 2 ปีที่แล้ว

    Mashalah Alaah yehfezkom😍

  • @user-cq2xj8fe2z
    @user-cq2xj8fe2z 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ ፁሩያት ፍቅርኩም ይሰስን ድስ ክትብሉኒ ሙቁራት👑💙💘🙏

    • @user-ni7fg3gf3v
      @user-ni7fg3gf3v 9 หลายเดือนก่อน

      ውዴ ደምሪኝ❤

  • @user-uk5ij7lv2g
    @user-uk5ij7lv2g 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣላ ማሚ ፎቶ ስደድ ኢልካ እዩ መይተ በቃ ደቂ ሪመይ ሙቁራተይ😁😁💛❤💛❤💙

  • @jemalabdu9061
    @jemalabdu9061 2 ปีที่แล้ว +3

    ቆናጆ❤❤❤❤😍😍😍

  • @user-xr3hf7yw4f
    @user-xr3hf7yw4f 2 ปีที่แล้ว

    Shikorat fikrkum ybarik

  • @erieri1142
    @erieri1142 2 ปีที่แล้ว

    Wawwww des ketbelu part 2 biles kab eri🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hxjhgcjvvjgiugtgghvccc9083
    @hxjhgcjvvjgiugtgghvccc9083 2 ปีที่แล้ว

    እሰይይይይ ደስ ክትብሉ ፅብቃተይ🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-ip3jw5bl4e
    @user-ip3jw5bl4e 2 ปีที่แล้ว +3

    ዋውውውውውው ደሰ ክትቡሉ😘❤❤❤

  • @user-bc3hx7kg3g
    @user-bc3hx7kg3g 2 ปีที่แล้ว +3

    በጣምነው የምታምሩት 😍😍

    • @user-ni7fg3gf3v
      @user-ni7fg3gf3v 9 หลายเดือนก่อน

      ውዴ ስብስክራይብ አድርገኝ

  • @gual70enderta17
    @gual70enderta17 2 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ደስ ክትብሉ ፍቅርኩም ይብዛሕ ኣነስ ማሜ ክዛረብ ተሎ ኩሉ ነገሩ ክሪኦ ተለኩ ለዋህ እዩ ልመስለኒ ብሓቂ ከምኡ ዶ ይኾን ❤💛🙏

  • @user-fq2bt1bb1d
    @user-fq2bt1bb1d 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይ ፍቅርኩም ይብዛሕ ኣሕዋተይ ❤❤❤❤

  • @user-or2uy8sb2k
    @user-or2uy8sb2k 2 ปีที่แล้ว +9

    ካልአይ ክፍል ዶማ ቀፁሉሉ ግን ክሓቶኩም ተጋሩ ቡምካኑኩም ይፈልጥ ግናይአባይ ከባቢ እክም ሞልሰለይ።💛❤️💛❤️

    • @tsiadoydidya5116
      @tsiadoydidya5116 2 ปีที่แล้ว +1

      hani gal wejerat mame ka wedi mekele asli tegaru ayum haftey

    • @user-or2uy8sb2k
      @user-or2uy8sb2k 2 ปีที่แล้ว

      አሸ ያቅንየለይ

  • @user-ju6db7tg1e
    @user-ju6db7tg1e 2 ปีที่แล้ว +2

    ደስ ባሃልቲ 2ይ ክፋል ንፅበ🙏🤴🥰👸

  • @user-le4wv7ls2j
    @user-le4wv7ls2j 2 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ሪመይ ሽኮራ

  • @girmanshealem6294
    @girmanshealem6294 2 ปีที่แล้ว +4

    እንዳ ማሜ ብጣዕሚ እየ ዝፈተወኩም ካልኣይ ክፋል ይቀፅል