ካብ ሓፍትና ሰላም ጎል ራያ ዝሰደደትልና ስጦታ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 305

  • @ሄራንጋልራያኣላማጣ
    @ሄራንጋልራያኣላማጣ 2 ปีที่แล้ว +5

    ጉማየ ጉማየ
    ሃኒዋየ ዓሳዲ ኹለንየ
    ሓደ ዓዳለ ራያይ ወጀራትየ ሓደ ዓዳለ ኩሓየ መቀለየ
    ልውጥ ያብለን ሃኒዋየ ሸገየ
    ጉማየ ጉማየ
    ወጀራት ዓድክ መሰለን
    ቀያሕ ኩሩኩሩ ፃዕዳ ሰኒ
    አብ ሸምጥክ ገደም ያብለን
    ጉማየ ጉማየ ሀብብብብብ ትግራይ ትዕወት ሓፍትኹም ጓል ራያይ ወጀራትይ
    ❤❤💊

  • @ጓልዓጋመእየ
    @ጓልዓጋመእየ 2 ปีที่แล้ว +16

    አሜን ንኩሉ ዓለም ሰላም የምጸአልና ፈጣሪ❤️

  • @mesiendertawit9608
    @mesiendertawit9608 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣሰይይይ ደስ ክትብሉ እንኳዕ ናትና ኾንኩም♥️♥️♥️❤️💛❤️💛🙏🙏🙏

  • @missrooz2664
    @missrooz2664 2 ปีที่แล้ว +7

    ደቂ ትግራይ ሽኮራት ደስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🌷🌹🌷🌹🌷🌹❤💛❤💛❤💛❤💊💊💊💊💊💐💐💐

  • @ምንአይነትጨለማአለምናትወ
    @ምንአይነትጨለማአለምናትወ 2 ปีที่แล้ว +3

    ማሸአላህ ሥታምሩዉዶቸ❤💛😍😍😍ፍቅር እሥቸመቃብር ዉደታችሁንእሥተጀነት💚💚💚

  • @Lomo.mdia7453
    @Lomo.mdia7453 2 ปีที่แล้ว +10

    ብወጀራት ዓደ ኣርቃይ ዎኡ ድብሃል💘😘
    ማሜ ሽኮር ናወጀራት ቋንቋ ኽእልዎ ኣቦኺይ እነኺይ ብስኺ ይትሓጎሱ ማ ወላ ንቓፃል ጉማየ ሕዝካልና ትመፅእ ተስፋ ንገብር💘💊

  • @ትሕትናዓድለኒኣምላኸይ
    @ትሕትናዓድለኒኣምላኸይ 2 ปีที่แล้ว +2

    እሰይ ፅቡቃት ፍጥረት ደስ ክትብሉ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ ፍትዋተይ

  • @ry8319
    @ry8319 2 ปีที่แล้ว +5

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ይብዘሐልና እንኳዕ በሰላም መፀኹም ሸገታት ደስስስ ኽትብሉ ሃኒዋይ ማዓረይ❤❤😍😍

  • @ብስቃይህዝበይሓሚመ
    @ብስቃይህዝበይሓሚመ 2 ปีที่แล้ว +1

    እሰይ ምቁራት ከም ትምኒትካ ይግበረልና አሜን አሜን አሜን 💊👏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @Hagos1018
    @Hagos1018 2 ปีที่แล้ว +2

    😂😂😂ቡዙሕ ስራሕአለዋ ዋ ካብ ክሉ ሓንቲ ስራሕ ናይዛ አርቃ መሕለዊት ናይ ሃኒ እያ ዙጥ ከይተብላ ዋ we Love you ደቂ ዓደይ ወርቂ 😘❤️❤️❤️💕❤️

  • @ልሳንዓድልኒድንግለይ
    @ልሳንዓድልኒድንግለይ 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣነስ ክፈትወኩም ኣሰይይይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 💘👏🌎ይይ💋💋💋

  • @selamgebry6288
    @selamgebry6288 2 ปีที่แล้ว +7

    ማሜዋይ በጃኻ ከይትብድላ ልሓናን ማለተይ ናዓኻ ክትብል 😥😥😥

  • @ድንግልማርያምእናቴ-ቈ9ኈ
    @ድንግልማርያምእናቴ-ቈ9ኈ 2 ปีที่แล้ว +17

    ፅቡቃት ደስ ክትብሉ ፍትውትው ይኣ ዛብለኩም❤❤❤❤

    • @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
      @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ 2 ปีที่แล้ว +2

      ፅብቃት ደስ ክትብሉ ፍትዉትዉ የ ዘብለኩም ኣነስኣሕዋትይይ ትግሩብምኮንኩ እናዕድመን ጥዕን ይሃብኩ ፅርያት

  • @ዩዳሄንበል
    @ዩዳሄንበል 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣሰይይይ ተጋሩዋይ ቃደማኩም ደስስስ ክትብሉ😍😍😍😍

  • @ሃገረይክብረተይ-መ2ቸ
    @ሃገረይክብረተይ-መ2ቸ 2 ปีที่แล้ว +4

    አሜን፫ ብሉፃት ኣይደላልኩም ፅሩያት❤😍

  • @tititigray3938
    @tititigray3938 2 ปีที่แล้ว +2

    ፁርያት ዓልም እግዚአብሔር እምልክ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም 💛🌹💛🌹

  • @ኣደጎይታይምስበልኩእንድየ
    @ኣደጎይታይምስበልኩእንድየ 2 ปีที่แล้ว +8

    ዝያድይ ናብ ናይ ብህሉ ራያ መልስክያ አሉኪ ፅብቅ ናብ ሓቂና ሃይማኖትኪ ሕዝኩያ ከትምሉስ ፅብቅ ነይራ

  • @ጓልትግራይ-ነ4ፀ
    @ጓልትግራይ-ነ4ፀ 2 ปีที่แล้ว +2

    ማሻኣላህ እዞም እሕዋተይ ፍቅርኩም ይዓንብብ ሃኒየ ናይ ሰብ ብዘየገድስ።

  • @fserfeer2063
    @fserfeer2063 2 ปีที่แล้ว +4

    እስይይ ፅብቃት ፍጥረት እንካዓ ብሰላም መፃእክም ኣይትጥፍእና ምቃሪተይ🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤❤❤❤🍓🍓🍓🍓

  • @ጋልዞሙጀጋኑ
    @ጋልዞሙጀጋኑ 2 ปีที่แล้ว +3

    ከመይ ድየ ዝፈትወኩሙ ደቂ ዛሓላል መርየት ትግራይ እና አጀና

  • @SalA-df5is
    @SalA-df5is 2 ปีที่แล้ว +6

    ሰለምኩም ይብዛሕ ደቃ ሕላሉል መሬት🌺🌺❤❤💊💊

  • @ጀሚላጀሚላ-ቘ7ቈ
    @ጀሚላጀሚላ-ቘ7ቈ 2 ปีที่แล้ว +1

    ማሻ አላህ ተባረከላህ ፅቡቃት ደስ ባህልቲ

  • @AaaBbb-fk8dv
    @AaaBbb-fk8dv 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ ፅርያት ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ምቅረት

  • @ሶልያናጋልትግራይ
    @ሶልያናጋልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይ ሽኮራት ደስ ክትብሉ ማሜዋይ ፃዕዳ ዓሪኪ በሪሀ

  • @usuurje3019
    @usuurje3019 ปีที่แล้ว

    ዋይይይይ ምሽጋይኩም ደቅ ትግራይ ፍቅርኹም ይቡዞሖ ማዓራታ💕💕💕💕💕💞💞💞💞💞💞💞❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
    ✅✅👌👌👌👌👌

  • @miliagermedkelagermedkel9556
    @miliagermedkelagermedkel9556 2 ปีที่แล้ว +1

    Memye konjo des bhl E/r meskem yenkn mem wow❤❤❤❤

  • @tsadkanabrha109
    @tsadkanabrha109 2 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውውው ፅቡቃት ተጋሩ እድመ ይሃብኩም❤️💊❤️🇻🇳❤️

  • @ፍረኃልትግራይ
    @ፍረኃልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +9

    ማሜዋይ ዛካዜራ ኣያዋይ ኣዘኪርካኒ ግን ወዮ ኣብ ስደት ኮይንና እምበይ ቤንዚን ልመስል እኒኦ ብኡ ገይርካ ተስትዮ ኢካ ካብኡ ቃይሕ ይኮን ምስመስ ይብል በቃ😂 ኣሕዋተይ ዝፎትወኩም😘

  • @OmerOmer-mr9mh
    @OmerOmer-mr9mh 2 ปีที่แล้ว +2

    ماشاء الله تبارك الله حولين كاملين

  • @King-tq8od
    @King-tq8od 2 ปีที่แล้ว +1

    አቤት ትላዛኹም ጠብጠብ መዓር
    ይሞችይኹም ደቂ ዓበይቲ❤💛

  • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
    @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 2 ปีที่แล้ว +3

    ሺኮርናታት ደቂ ትግራይ ❤💛😍🙏

  • @khalfeyukolulu2510
    @khalfeyukolulu2510 2 ปีที่แล้ว +1

    ከይትፋካለዩ ወላ ዝመጸ ይምጻእ እታ ግያል ክትፈትወካ ንዓት እያ ኡፍ ኡፍ በላ

  • @rorosunmax8801
    @rorosunmax8801 2 ปีที่แล้ว +1

    TDF mame henie jeganuna tegaruwani 💊💊💊💊💊💊💊💊💊💪💪💪💪💪💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪💪💪💪💊💊💊💊💊💊💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤❤💛❤💛❤💛❤💋💋💔♥️💘💙💜💕💖💝💞🌼🌹⚘👑👑👑👑

  • @filmongebremaryam4279
    @filmongebremaryam4279 2 ปีที่แล้ว +5

    ዓበይቲ ዓዲ🙌❤️💛

  • @ፍረኃልትግራይ
    @ፍረኃልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +4

    ግን ተጠንቀቂ ሃኒተይ ብዛ ካዜራ ሕልክ ኣቢሉ በጠቅ ከየብለኪ😂😂😂

  • @ተመስገንአምላኽይ
    @ተመስገንአምላኽይ 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ክቡራተይይይ

  • @ወይኒዓቃልስደተኛ
    @ወይኒዓቃልስደተኛ 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይ ፁሩያተይ 💛❤️😘ኣነስ ቡሱሩ ሪአ ዘይፀግበኩም ፍቅርኩም የብዛሓዮ ፈጣሪ🙏🥰

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣነስ ክፈትወኩም ሸኮሪናታት ኣሕዋተይ ናተይ💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💊💊

  • @muluzeneb8846
    @muluzeneb8846 2 ปีที่แล้ว +4

    አንካዕ ሰላም መፃአኹም ሙቁራተይ🌷🌼

  • @እንደርታዊት
    @እንደርታዊት 2 ปีที่แล้ว +2

    ጉማየ ጉማየ ሃማዓላ አሽሩሩ መቐለየ ናውኡዶ ክመፅእ ከለ አነየ ወጀራት ዓድ ባዕለየ አበልኽኒ ጥዑይዶ. አይነበረየ ክዓብዶ ክድርቢ ኽዳነየ አፍቕርኻዶ ለደዋኻ ፅወየ አይፀብሕይ ሽሮይ እንጣጥዕየ ዓዲ ሓያም ጋምራይ ወጀራትይ ዓዲ ጎዎዝ እንደርታይ ሽኸትይ 👌
    ግጥሚ ብጓል ደርጋዓጀን 70 እንደርታ ማሜ ብፅቡቕ እንጉርጉሮ ጉማየ በለላ ልሃኒ ዓሳዲ ከይተባላሽያ ዛግጥመይ😃😃😃😃

    • @እንደርታዊት
      @እንደርታዊት 2 ปีที่แล้ว

      ይቅርታ ወጀራት ዓድኺ ዓድ ባዕለየ ኢልኻ አስተኻኽላ ✌😁

  • @tgtigraweyti1231
    @tgtigraweyti1231 2 ปีที่แล้ว +3

    ሽኮሪት ደቂ ትግራይ ማሜ ንሃናን ሸጥ እናበልካ ካዜሪ ኣሎ ስዑዲ እና ደስ ትብሉ

  • @እንደርታዊት
    @እንደርታዊት 2 ปีที่แล้ว +1

    ብዓድናለ አርቃይ እያ ትበሃል ግን ረጒዳ so ሃኒ $ማሜ ፁሩያት ዓለም ፍቕርኹም የብዘሐዮ ቦፎናለ ቃሕ ምባሉ 💕

  • @ኣቢጋልትግራይ-ሐ1ደ
    @ኣቢጋልትግራይ-ሐ1ደ 2 ปีที่แล้ว +6

    ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ሓላል መሬት 💊♥️
    ፅርያት ፍጥረት መኽበርቲ ብሃሎም

  • @ኣዘካህዝበይክሓልፍእዩ
    @ኣዘካህዝበይክሓልፍእዩ 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣስይ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ሙቁራተይ❤️🙏

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 2 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ክቡራት ኣሕዋትና
    ንሓፍቲና ሰላም ብዝወፀአ ይተካእላ እስይ ግርማ ሞጎስ ብጣዕም ሸገታት

    • @akezaberhe6216
      @akezaberhe6216 2 ปีที่แล้ว

      ናዓማ አማቸዋ ኣነ አለኹ ክገጥመልኻ እዩዋ አብ ቓጻል ድረፈልና
      ወጅራት ዓድኽ 20 ዓድየ
      ትቃብልኽ እምብለይ ልመድየ
      ምኻድማ ዳበይ ከይትኸድየ
      ዓሳድዋ ኾንፈር ማዓር ጉንድየ
      ማቻረ ዓድኽ ዓድ ብድራየ
      ገረወይቶም ዲደስታ ጎሞራየ
      ነዋሕ ስኻድ ካም ሸዊት መሸላየ
      ቦየይዶ ዓድኽ ምስ ጋራርሳየ
      ተሞትኹለ ቃታልተይ ንስየ
      ህንደይ ዘበን ድወልኹ ፉሩሳየ
      ሃመያኽ ጓል አቦየ ካሳየ
      ጅግና ወጅረተይ ዓወት ምስክሩየ
      ምስ ፈንቅል ሓዮሎም ቃል ክዳን ኣስሩየ
      ፀላእቱ ዘብክ ካብ ቀድም ጀምሩየ
      ሰላም ንትግራይና ዶሞ ጓል በርሀ ይባሃል ጓል ዓርክኻ እየዋ እስክ አቦኣይ ኤርእየን ሜማየ ና ሄኒየ ክክክክክክ

  • @alemteklay8506
    @alemteklay8506 2 ปีที่แล้ว

    Esey tegarway keftwekum

  • @gjhfg7741
    @gjhfg7741 2 ปีที่แล้ว +5

    ሽኮርናታት እንኮዕ ብሰላም መፃኩም

  • @komaistekle4512
    @komaistekle4512 2 ปีที่แล้ว +75

    ካብቲ ናይ ዓለም ሓጎስ ,ሰሓቅ ,ደስታ ,ገይፂ ,ናይ ዘልኣለም ሂወት ክርስቶስ አንተትመርፂ ምሐሸኪ ምክንያቱ ናይ ዓለም ኣብ ዓለም ዝቀሪ አዩ ዝያዳይ ምክንያቱ አት ዓለም አትህበኩም ሰላም ከምት ኣነ ዝህበኩም ሰላም ኣይኮነን 1ይ ዩሃ 14:27 ይብለና ሰለዚ ናብ ሃይማኖተኪ ተመለሲ ማዓልቲ ምድሓን ሕጂ አያ ብዝተረፈ ሰላምኩም ይብዛሕ

    • @ብሪጓልትግራይ-ዸ8ኘ
      @ብሪጓልትግራይ-ዸ8ኘ 2 ปีที่แล้ว

      ክብረተይ ታይ ዱዩ ሃይማኖቲ

    • @mebrihat5349
      @mebrihat5349 2 ปีที่แล้ว +3

      @@ብሪጓልትግራይ-ዸ8ኘ ሃይማኖታ ዳኣ ክርስትያን ነይራ ልሳብኣይ ትብል
      ላብ ኣስልምና ቃይራ
      የሕዝን እዩ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዓንልቦነና የብርሀና😥

    • @ጣዕምጓልተዋህዶ
      @ጣዕምጓልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +4

      በትክክል እግዚአብሔር ናብ ክርሰትና ሃይማኖትይመልሳ እግዚአብሔር አምላእክ
      ናይ ሰብ ፍቅሪ ይወዳአ ናይ ክርሰቶሰ ፍቅረደዘልአለም አዩ ልቦና ያሃባ💔

    • @ተመስገንጌታየ-በ4ኘ
      @ተመስገንጌታየ-በ4ኘ 2 ปีที่แล้ว +3

      ብትክክል 😭😭

    • @ብሪጓልትግራይ-ዸ8ኘ
      @ብሪጓልትግራይ-ዸ8ኘ 2 ปีที่แล้ว +3

      @@mebrihat5349 ብስመኣብ ከምኡ ዱዩ ኣይይይይይ ንኩላትና እስቲ ዓይና ልብና ይዓድልና

  • @samrisamri2102
    @samrisamri2102 2 ปีที่แล้ว +1

    Mukerteyyy

  • @TigaryLove
    @TigaryLove 2 ปีที่แล้ว +6

    ሽኮራት ኩሉ ግዜ ብሃደ ምጹ 💊💊💊💊❤️❤️❤️

  • @mnn7298
    @mnn7298 2 ปีที่แล้ว

    ማሜዋ ናስሓቀይ ምንጭ😁ሃንተይ ፃሓይ ገፃ ማራ ይአ ድፈትዮኩም💚

  • @علعل-ن3ك
    @علعل-ن3ك 2 ปีที่แล้ว +2

    ደቂ ሓላል መሬት ማሜ & ሃኒ ክትሽኩሩ ❤❤❤❤❤❤

  • @سميرهساسا
    @سميرهساسا 2 ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ናትና ኮንኩም ተጋሩዋኒ እንኮዕ ኣማዕዲና ንቀንኣልኩም ኣይምኮና ኣይፈላልኩም

  • @fjdhhdhdvehdhdhd6338
    @fjdhhdhdvehdhdhd6338 2 ปีที่แล้ว

    Asey mukuraty 👍💛❤🙏🙏💊

  • @oasd7432
    @oasd7432 ปีที่แล้ว

    ትግራይ ቆንጆ 💊💊💊💊

  • @m.jemalmustofa5533
    @m.jemalmustofa5533 2 ปีที่แล้ว +3

    ማሜ ሓዝ በል ጉማየ ጉማየ 'ጉማይ ጉማየ
    ወጀራት ዓዲኺ መሰለኒ
    ቀያሕ ኹራኹሮ ፃዕዳ ስኒ
    አብ ሺምጢኺ 💃🏻 ገደም የብለኒ
    ደንጉየ'ዶ ዱንጉይ የብለኒ
    ተደንጎኹስ አኼባ ነብሩኒ
    ዓይና ፉሩይ ድብል ጠምተኒ
    ስኻዳ ብሪለ ናሞኾኒ
    ሃኒዋየ ❤️ ከይትቅየምኒ በላ 💝 😜

    • @mamehanan1955
      @mamehanan1955  2 ปีที่แล้ว +1

      የቀንየለይ ሓወይ

  • @fatumaraya6189
    @fatumaraya6189 2 ปีที่แล้ว +2

    ሸኮርታት ዓደይ ወለላ🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏

  • @zeynebmd1065
    @zeynebmd1065 2 ปีที่แล้ว

    ማሻ አላህ

  • @ዩዳሄንበል
    @ዩዳሄንበል 2 ปีที่แล้ว +2

    ማሜየ ጽሩይ 😍😍😍ሃኒየ ጽሪቲ😍😍😍

  • @TsfaEusnkey3114
    @TsfaEusnkey3114 2 ปีที่แล้ว +4

    ምዓራተይ ደስ ክብሉ ዒድመ ጢዒና ይሃብኩም ፈጣሪ❤

    • @dhdgs3915
      @dhdgs3915 2 ปีที่แล้ว

      ክክ ኣምላክ ኣቦይ ክክክ ተወሊዱ እዩ ትብልዎ እናገረመናስ ኮላይ ይወልድ እዩ?

  • @ማሂ-tgray
    @ማሂ-tgray 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣምላኽ ንኹሉና ከም ናትኩም ፍቅሪ ይዓድለና ❤🙏

  • @Helatube1221
    @Helatube1221 2 ปีที่แล้ว +1

    ደሰ ብሀልቲ ሽኮራት ደቂ ትግራየይ

  • @gualaragure8784
    @gualaragure8784 2 ปีที่แล้ว +7

    ሙቁራተይ ደስ ክትብሉ ማሜ & ሃናን አይስልችወናን ኩሉ ግዘ ከምዚ ኢልኹም ሙፁና❤

  • @kidanzeweldemaryam6186
    @kidanzeweldemaryam6186 2 ปีที่แล้ว

    ደስ በሃሎ

  • @Sara-en3gb
    @Sara-en3gb 2 ปีที่แล้ว +3

    ናትና ሽኮራት ደቅ ሪመይ🥰🥰

  • @zeynebakader4357
    @zeynebakader4357 2 ปีที่แล้ว

    Haniway mama shukorat deki adey

  • @ematube7485
    @ematube7485 2 ปีที่แล้ว +5

    ዋውውው ስታምሩ

  • @ጓልትግራይፃዕዳ-ጘ3ፐ
    @ጓልትግራይፃዕዳ-ጘ3ፐ 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይይይ አነስ ከፈትወኩም♥️♥️💘💘💘

  • @ጀሚላእራያ
    @ጀሚላእራያ 2 ปีที่แล้ว

    ماشاء الله بارك الله فيكم

  • @hayat6029
    @hayat6029 2 ปีที่แล้ว

    shkorinattt des ktblu😍😍

  • @gamilahgamilah3329
    @gamilahgamilah3329 2 ปีที่แล้ว +3

    ስብኣይ ኣምንክይ ሃይመነት ትቅይርይ ጌጋ ስብኣይ ጵባሕ ምስልሐደሸ እዩ ዝሕድሽ ካብ ሰብኽን ሃይመነትክን ተፍልክይ ልበና ይሃብክይ ጋለይ ስብኣይ ልኣመነት ተፍቅርቃዮም ወስኮም እዮም ዝኮሮኡ ዋ ተጋግክይ ልበና ይሃብክይ ንስብኣይ ክትብልይ ልበና ይሃብክይ

    • @azakmashoiiir3413
      @azakmashoiiir3413 2 ปีที่แล้ว

      ኣፍክን ሕተማ ታይ ዓይነት ሰባት ኢክን ዋይ ኣብ ሂወታ ከም ድሌታ እስኪ ግደፋኣ ተፋታሓኣ

    • @meriWegerat
      @meriWegerat 2 ปีที่แล้ว +2

      @@azakmashoiiir3413
      ኮሙኡ ኣይብሃልን ማዓረይ ኣብ ህወታ ከም ድለታ ዝብሃል ጌጋ እዩ ህይወት ኮ ናይ እግዚአብሔር እዩ እንበር ብስልጣንኻ ዝውነን ኣይኮነይ

  • @dhxgdhdtdc8667
    @dhxgdhdtdc8667 2 ปีที่แล้ว +2

    ፅብቃት ፍጥራት ክትሽኩሩ ማዓት

  • @alugaltigray9572
    @alugaltigray9572 2 ปีที่แล้ว +2

    ፅብቃት 😍🥰

  • @MYKingTDFYE
    @MYKingTDFYE 2 ปีที่แล้ว +1

    አሰይ ደቂ ዓደይ ❤💊❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊

  • @عليحبشي-ح4ط
    @عليحبشي-ح4ط 2 ปีที่แล้ว

    በስማኣም ደንጊፀ ሃይማኖት ቃይራ ድያ መን ክርእያ ሕሱርቲ

  • @Ffh-ro5vl
    @Ffh-ro5vl 2 ปีที่แล้ว +1

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰💊💊💊ደቂ ትግራይ💛❤️💛❤️💊💊💊

  • @ጋልተካፍቅር
    @ጋልተካፍቅር 2 ปีที่แล้ว +3

    የኔ ማርች💋💛❤️💪

  • @thjfhhu5984
    @thjfhhu5984 2 ปีที่แล้ว +5

    ሽኮሪናታት ደቂ ዓደይ❤💗

  • @destangus5612
    @destangus5612 2 ปีที่แล้ว +2

    እሰይ ደስ ክትብሉ

  • @ምልኣትየማርያምልጅነኝ
    @ምልኣትየማርያምልጅነኝ 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይይይይይይ ኣነስ ክፈትወኩም

  • @zenebeshtekleab4158
    @zenebeshtekleab4158 2 ปีที่แล้ว

    ዋውውውው we love u ሽኮሪናታት ❤❤❤❤

  • @fi7521
    @fi7521 2 ปีที่แล้ว +6

    ሳዕሲዕትኩም ደስ ክብል ናይ ራያ ናይ ቴንቤን ናይ ኢሮብ ናይ ኩናማ ሳዕስዕኩም ምፁና

  • @elsaengash8360
    @elsaengash8360 2 ปีที่แล้ว

    Konjowoch bellissimi ♥️♥️♥️♥️♥️

  • @saralove7966
    @saralove7966 2 ปีที่แล้ว

    ማምዋይ ምስዞም የርሀ ዓርክኻ ዘይተቃጠበኒ ክክ ሶ ፅቡቓት

  • @ሜሪ-ጐ5ዀ
    @ሜሪ-ጐ5ዀ 2 ปีที่แล้ว +1

    ምቁራት

  • @zeynebnerhisen4055
    @zeynebnerhisen4055 2 ปีที่แล้ว +2

    ፁራያት ❤❤❤

  • @ksfjdjsk8793
    @ksfjdjsk8793 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣስይይይ ደቅ ዓባይ ትግራይ ደስትብሉ

  • @basrt9650
    @basrt9650 2 ปีที่แล้ว

    አይትሙነዩይ ፣🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷💕💘💝💖💞❣️💝💝💞❣️💖💝💖💝💖💝💖

  • @medinaasikora4098
    @medinaasikora4098 2 ปีที่แล้ว +1

    Konaju deki.tigray

  • @aaaall7364
    @aaaall7364 2 ปีที่แล้ว +2

    አሰይ ሓላለትይ ደቂ ትግራይ

  • @fifishiferawo5596
    @fifishiferawo5596 2 ปีที่แล้ว

    Ewo nayi wollo eyu kabahe yesu yeshalale raseshen manenteshen yeresashi balegi anchyi wolllloye neshe begede lela manente jabahe nesu yehayishe

  • @zekerasberhe5904
    @zekerasberhe5904 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ሰላም

  • @dhxgdhdtdc8667
    @dhxgdhdtdc8667 2 ปีที่แล้ว

    ባአ ግን ሸብ ከተብላ አየም በል ግን ሃን ሽከር ምስክንክ ቆርየ ጠስምና ጭፍላቅኖቆን ወስክ ብዝተረፈ ፅብቅት እየእክ አብ ዕድና ከትከን ማሮያምን ብዝ ነይሩ ከበክ ነይረ ሃን ሽከር ቆርጠስም ምስ ጠስም ገይረ ጭፍላቅ ቆኖ ድማ ምስ ቆኖ ገይረ ክብክ ነይረ አብዝ ተከነለ ክር እየልክ እየ ሃን ሽኮር

  • @klm9872
    @klm9872 2 ปีที่แล้ว

    Amen🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @Channel-vj9tk
    @Channel-vj9tk 2 ปีที่แล้ว +5

    ምቅራት ደስ ክትብሉ ደቂ ትግራይ ሽኮራት

  • @ጓልራያሞኾኒ
    @ጓልራያሞኾኒ 2 ปีที่แล้ว +9

    ብጣዕሚ ይአ ዝፈትወኩም ግን ሃይኖትኪ ብምቕያርኪ ብጣዕሚ የሕዝን ማለት ናይ ዓለም ፍትወት ኹሉ ሓላፍ ይኡ ሓፍተይ ናብ ልብኽ ትመለስ

    • @ተመስገን-ጰ7ጸ
      @ተመስገን-ጰ7ጸ 2 ปีที่แล้ว

      ብሓቂ

    • @furtunagebrehiwot6285
      @furtunagebrehiwot6285 2 ปีที่แล้ว +2

      አቱም ሰብ ታይ ይመልከተኩም ዋላ ሃይማኖት ለይብላ ትኩን ዋይይይይ ናባዓልኩም ግበሩ

    • @azakmashoiiir3413
      @azakmashoiiir3413 2 ปีที่แล้ว

      አቱም ሰባት ኣብ ናይ ሰብ ሂወት ታይ ኣእተየኩም ከም ድሌታ ተፋታሓሓኣ ዋኝኝኝኝኝ ዝኮነ ግዜ

  • @oasd7432
    @oasd7432 ปีที่แล้ว

    የኔ ውዶች😍

  • @medigalhagoos4398
    @medigalhagoos4398 2 ปีที่แล้ว

    ሙቁራተይ ደስ ክቱቡሉ❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹😘😘😘😘😘😘🥰🥰🥰🥰🥰

    • @medigalhagoos4398
      @medigalhagoos4398 2 ปีที่แล้ว

      ዕደመጥዕናንይሃቡኩም ❤❤❤

  • @MimiTesfay-14
    @MimiTesfay-14 ปีที่แล้ว

  • @gebrgezabiherhafte425
    @gebrgezabiherhafte425 2 ปีที่แล้ว +2

    ፅቡቋት ግን ናይ ካልእ ከባብ ውን ክትስሪሑ ፈትኑ