ደስ ዝብል ሰርፕራይዝ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 เม.ย. 2022

ความคิดเห็น • 524

  • @gual70enderta17
    @gual70enderta17 2 ปีที่แล้ว +45

    ፅሩያት ደቂ ትግራይ ግልፅነትኩም ደስ ልብል እዩ ብፍላይ ማሜ ገዛኩምለ ደስክብል ❤💛🙏

  • @vxnn4818
    @vxnn4818 2 ปีที่แล้ว +26

    ፍቅርኩም ናወሰከ ይኪድ ብጣዕሚ ደስ በሃልቲ ደቂ ዓደይ ትግራዋይነት ክብር መንነት እዩ ኩሉ ዝፈልጥ

  • @user-ni2ck4gn3f
    @user-ni2ck4gn3f 9 วันที่ผ่านมา +2

    እግዛቢሄር ኣምላክ ኣብ እምነተይ ኣፅንዐኒ ንንስሃ ሞት ኣብቅዐኒ🙏 ልቢ ልድያ ልከፈተ ልብኪ ይክፈተልኪ 🙏

  • @rrtrdtgg6112
    @rrtrdtgg6112 2 ปีที่แล้ว +14

    ዋይ አነሰ ብሰምላህ ክትብል ከላ ሓምደላህ ክትብል ከላ ካብደይ እዩ ሓሸው ዝብለኒ ኦ ኣምላከ ኣብ እምነተይ አፅነዐኒ😭🙏🙏❤️🥀❤️🥀

    • @mesitigray8554
      @mesitigray8554 2 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen bhaki

    • @AfariKsa-uq6om
      @AfariKsa-uq6om 4 หลายเดือนก่อน

      ናይ ብሓቂ ሙቁርተይ😢😢

    • @user-dq4cr3ql5b
      @user-dq4cr3ql5b 17 วันที่ผ่านมา

      ዋይ ክርስትያን ድያ ነይራ

  • @miligaltigray1174
    @miligaltigray1174 2 ปีที่แล้ว +22

    ዘይ ሎሚ ቅድሚ ኩሉ ጽሒፈ ኣይፈልጥን ማሚ ሽኮር ናትካ ዘረባ ክሰማዕ ማራ እየ ዝህንጠ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም💘💘💘

  • @user-bf4nc4ud5m
    @user-bf4nc4ud5m 2 ปีที่แล้ว +40

    ካብ ተወህዶ ናብ እሰሊምና ምሪፅኽ አይ ንሰኽ ዝወለደት አዶ😭😭😭😭😭😭😭😭✝️✝️✝️ተወህዶ ለዝላለም ትኑሪ✝️😭

    • @mesiendertawit9608
      @mesiendertawit9608 2 ปีที่แล้ว +5

      ይቅርታ ሃይማኖት ናይ ግሊ እዩ ካብኡ ደማ ተጋሩ እዮም ምስ ይቅርታ💛❤️🥰

    • @user-vt5wl1dw8c
      @user-vt5wl1dw8c 2 ปีที่แล้ว +1

      ክክክክክክክክክክ ኣነስ ብጣዕሚ ኢኩም ኮ ተስሑቁኒ ታይ ዩ ገድሽኩም እንዶ ገፅኩም ትርሓቅ ደብረፅዮን እወን እስልምና ክቅበል ዩ ዋሓጣ ኢካ

    • @tigrayrimey6418
      @tigrayrimey6418 2 ปีที่แล้ว

      ንስኺ ውን ኣምሓሬይቲ ኢኺ ትመስሊ ትግርኛ ኣጽፊፍኪ ምጽሓፍ ዘይትኽእሊ!@
      Egcdse Ddzxaat

    • @tigrayrimey6418
      @tigrayrimey6418 2 ปีที่แล้ว +1

      @@user-vt5wl1dw8c ኣይትዓሹ ሃማም!

    • @rahmamuna7798
      @rahmamuna7798 2 ปีที่แล้ว +1

      Jill

  • @Tekletube
    @Tekletube 2 ปีที่แล้ว +5

    እሰይ ደስ ክትብሉ
    ሓናነይ ዉለሓለ ከም አዴታታ
    አቤት አቀማምጣ ትትሑዘታ
    ተብልዕ ተስቲ ፈታፊታ
    ኩሉ ዝሰርሐቶ ከጥዕመላ ከም አዴታታ
    ፃሓይ ገፃ አቤት ኩሉ ትክእሎ
    አሎ ኬሚራአ ብግልፂ ይምስክር አሎ
    እሰይ ተጋሩዋይ ካባካቱም ምፍጣረይ ብዝኮነ ደስ እሉኒ እዩ ማሰ እለልኪ ዘለኩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።

  • @zufan8097
    @zufan8097 2 ปีที่แล้ว +14

    ኩሉ ግዜ ዓድና ምስ በሉ ፁሩያት ፍጥረት ግልፅነት ክኣ ኣለኩም🥰🥰🥰🥰😍😍😍😍ትግራዋይ&ንትግራዋይቲ።

  • @user-xw7mq5ch6i
    @user-xw7mq5ch6i 2 ปีที่แล้ว +7

    እሰይ ብጣዕሚ ደስስስ በሃልቲ ፍቕርኹም የብዘሐዮ😍😍😍

  • @user-vy8wk8td8f
    @user-vy8wk8td8f 2 ปีที่แล้ว +35

    ድምፂ ግን ኣይስማዕን ዘሎ
    እግዚአብሔር ኣምላኽ ፍቅርኩም የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ❤

  • @nebneb9326
    @nebneb9326 2 ปีที่แล้ว +3

    አሰይ ፅሩያት ደቂ ዓደይ እቲ ደርዕኺ ኸአ ምፅባቁ ከጥዕመልኪ ሃኒ ፅብቅቲ😍❤

  • @ftawashenafi6928
    @ftawashenafi6928 2 ปีที่แล้ว +17

    ደስ ክትብሉ ሺኮራት ፍቕርኹም ይብዛሕ 🥰🥰😘

  • @user-iy6hy9yi9c
    @user-iy6hy9yi9c 2 ปีที่แล้ว +25

    ደስ በሃልቲ ፍቅርኩም የብዘሐዮ🥰

    • @user-bp5ye2rh6f
      @user-bp5ye2rh6f 2 ปีที่แล้ว

      ደስባሃልቲ ፍቅርኩም የብዘሓዩ

  • @user-tr3cs7tl2q
    @user-tr3cs7tl2q 2 ปีที่แล้ว +6

    ዋው ደስ ባሃልቲ ፍቅርኩም የብሓዛዮ 🥰🥰🥰🥰

  • @user-cz2vy1yn2p
    @user-cz2vy1yn2p 2 ปีที่แล้ว +1

    እሰይ ሙቁራተይ ደስ ክትብሉ ፈቅርኹም ሰላምኹም ይብዛሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ ክቡራት ኣሕዋተይ

  • @komaistekle4512
    @komaistekle4512 2 ปีที่แล้ว +61

    “ሰላም እሐድገልኩም፡ ሰላመይውን እህበኩም አሎኹ። እቲ ኣነ ዝህበኩም ዘሎኹስ፡ ከምቲ ዓለም እትህቦ ኣይኰነን። ልብኹም ኣይሸበርን ኣይሰምብድን።”
    - ወንጌል ዮሐንስ 14፥27
    ናይ ዓለም ሰላም ደሰታ ሰሓቅ ብልዒ ሓላፊ አዩ አት ዘይ ሓለፍ ሂወት ግና ናይ ክርስቶስ ሰላም አዩ አግዝአብሄር ዓይነ ልቦናኪ የብረሃልኪ ዝያዳይ ተሕዝኒ

    • @user-hn2ei6nx5j
      @user-hn2ei6nx5j 2 ปีที่แล้ว +2

      ብሓቂ ✅🕊❤🕊

    • @AsSa-bd7nk
      @AsSa-bd7nk 2 ปีที่แล้ว

      ብሓቂ

    • @user-vt5wl1dw8c
      @user-vt5wl1dw8c 2 ปีที่แล้ว +1

      ክክክክክክክክክ ነዚ ክትዛረብ እዚ ኩሉ ሪሂፅካ

    • @user-df1yt5pb2n
      @user-df1yt5pb2n 2 ปีที่แล้ว +4

      ግን ክርስትያን ድያ ነይረ ማለት የትረደአኒ ክብራተይ

    • @user-vt5wl1dw8c
      @user-vt5wl1dw8c 2 ปีที่แล้ว +5

      @@user-df1yt5pb2n ነይራ እወ ግን ናብቲ ሓቀኛ ናብቲ ዝተፈጠረትሉ ሃይማኖት ተመሊሳ44።

  • @user-md8mp1tr5r
    @user-md8mp1tr5r 2 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ሰላም መፃእኩም ፅርያት ተጋሩ ማሜ ዉን ተዓዲሉ ወሓለ ሰበይቲ ምርካቡ ሶ ፍቅርኩም ይብዛሕ😍 ወለዱ ፍርዩ😘😘😘

  • @user-zs2de4dr7o
    @user-zs2de4dr7o 2 ปีที่แล้ว +16

    ህያበይ ጽርቲ ፍጥረት ኣካዳድናኪ ቆንጆ መክበሪት ባህላ ትክደንዮም ልብሲ ደስ ባሃሊ ሽፋን እማ ላኣክልና ንዲዛን ፍቱውቱው

    • @user-qz6mi6vw5o
      @user-qz6mi6vw5o 2 ปีที่แล้ว +1

      ንዓይ እውን ኣምፅእለይ ዓለመይ ንጂዛን❤🥺

    • @vjr7453
      @vjr7453 2 ปีที่แล้ว

      @@user-qz6mi6vw5o ክብርቲ ሓፍተይ ብሓደ እና ዘለና ዋ በጃኺ ባ መፅሓፍ ቅድስ ትትሓባበርን🙏

    • @user-qz6mi6vw5o
      @user-qz6mi6vw5o 2 ปีที่แล้ว

      @@vjr7453 ኩሉ ድሕሬኪ ምልኣተይ _ኢልኪ ኣድ ሕተትኒ ክብረተይ❤

    • @vjr7453
      @vjr7453 2 ปีที่แล้ว

      @@user-qz6mi6vw5o እሽኒ ህያበይ fac ድዩ lnst

    • @biniamtekie2716
      @biniamtekie2716 2 ปีที่แล้ว

      ሃይማኖትካን ሽምካን ዳ ቀይርካ እምባኣር ባህሊ ምኽባር ኣሎ ካላኣይ ተዛረብቲ ትግርኛ ተጋሩ ኢና እንዳበልካ ኣስላም ከ ዳኣ ብኸመይ እዮም ተጋሩ ኮይኖም ዶስ እክብካብ ኢኹም ን ፖሎቲካ ክጥዕመኹም ኢኹም ትዛረቡ

  • @meseleheftu50
    @meseleheftu50 2 ปีที่แล้ว

    ዋይ ኣታ ናሓደሓደስ ኹሉ ዕደልዎ ኽልተ ዝነኛ ታት መን ኣጋንይጉም ክክክ ሓዳርኩም ይባረክ

  • @user-ze8zg6ie8z
    @user-ze8zg6ie8z 2 ปีที่แล้ว +6

    ማሜ ዘረባካ ብጣእሚይመቸወኒ ❤❤❤😍😍😍😍

  • @user-ze8zg6ie8z
    @user-ze8zg6ie8z 2 ปีที่แล้ว +24

    ክፎትዎኩም እኮ ሃኒግን ንማሜ ክርስትያንእንተዝከውን ❤❤❤❤❤❤❤😍😍

  • @militigraweyti6418
    @militigraweyti6418 2 ปีที่แล้ว +4

    ሃንዋይ ሽኮር ፍሊቲ ፍጥረት ❤️💛✌️🥰🥰

  • @user-ru3ei1iz7t
    @user-ru3ei1iz7t 2 ปีที่แล้ว +2

    ደስስስ ባሃልቲ ፍቅርኩም የብዛሓዮ❤❤❤❤👏

  • @iehrhrg5153
    @iehrhrg5153 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ደስ ክትብሉ ቡሩኻተይ ኣይፈላሊኩም ፅሩያት 💖💖💖💖💖💖

  • @user-eb7vs8md8k
    @user-eb7vs8md8k 2 ปีที่แล้ว +4

    ዋውውው ደስ ባሃልቲ ደቂ ዓደይ ፅሩያት ❤❤❤❤❤❤

  • @seranatube1366
    @seranatube1366 2 ปีที่แล้ว

    ዋው ማሽአላህ ልዩ ነው ደግሞ ስታምሩ ፍቅር በፍቅር ያድርጋችሁ

  • @user-st7wj7or9v
    @user-st7wj7or9v 2 ปีที่แล้ว +2

    ሃንቾ ዋሓሎ ደሰ ተበሉ መቁራተይ❤❤🤗👍👌

  • @mesiendertawit9608
    @mesiendertawit9608 2 ปีที่แล้ว +4

    ማርያምን ደስ ክትብሉ ግልፅነትኹም እና ክትዓብዩ ባዓልቲ ሙሉእ ተስፋ እየ ደቂ ዓደይ🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️💛💊💊🙏🙏🙏

  • @user-gl9bh9ly1m
    @user-gl9bh9ly1m 2 ปีที่แล้ว

    ሃኒየ ዓሳዲ ፅርይቲ ዓለም ኹሉ ዝዓደላ ማሜዋየ ጠባይ ስንቁ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤💛❤💛

  • @user-hy6px3bw9s
    @user-hy6px3bw9s 2 ปีที่แล้ว

    ምቅርተይ ከጥዕመልኪ ናይ ኩሉ ግዜ ተኸታታሊትኪ እየ 😊😍

  • @fhhcvh439
    @fhhcvh439 2 ปีที่แล้ว

    አሰይ ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ ፅሓይ ገፆም

  • @user-bo4yr7ms2d
    @user-bo4yr7ms2d 2 ปีที่แล้ว

    እሰይ ፅሩያተይ ፍቅርኩም የብዘሐዮ💓💛💓💛💓💐💐💐 ሃኒተይ ዎሕለ ከም ኣዴታትኪ💐💐💐

  • @semirajemil1799
    @semirajemil1799 2 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውው ጹቡቅ ቡና ኣበይዳኣሞ ትርከቢ ኣነኻኣ ከምዚ ከማኺ ኢየ ቡን ዝፈቱው ከሳትየኪ 😂😂😂👍

  • @kaletigrawiti4766
    @kaletigrawiti4766 2 ปีที่แล้ว +2

    ደስ ክትብሉ ምቅራተይ ገዛኸምለ ደስክብል❤❤❤

  • @user-br8ov6wr8t
    @user-br8ov6wr8t 2 ปีที่แล้ว

    ፅሩያት ደስ ክትበሉ ብጣዕምይ እየ ዝፈትወኩም😘😘

  • @maharihagus9345
    @maharihagus9345 2 ปีที่แล้ว +6

    ማምየ ኑፁህ ሉቡ❤❤❤❤

  • @user-qv1oi5ru9j
    @user-qv1oi5ru9j 2 ปีที่แล้ว +3

    አሰይይይ ደስ ክትቡሉ ሙቁራት ፀላኢ ዓይንኩም ይደፈን ደቂ ሓላል መሬየት

  • @mebrihitkidanu9362
    @mebrihitkidanu9362 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣምላክ ፍቅርኹም የብዘሐዮ ፅሪያት🙏

  • @user-iv2fy5so7y
    @user-iv2fy5so7y 2 ปีที่แล้ว

    ማሜ ፅሩይ ፀባየ ሰናይ አቤት ፀባይ ሓናን ፅሪቲ ይመቺኹም

  • @user-bu9os7ob7q
    @user-bu9os7ob7q 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen nufuat deki adey marey 😍❤️💛😘

  • @user-pc4fi4lb5b
    @user-pc4fi4lb5b 2 ปีที่แล้ว

    Hanan ጎበዝ ፅርይቲ እዝውቲ እንዲኺ ግን ኣብ ዩትዩብ ስራሕ ድፍኢ ካብዚ ንላዕሊ ጎብዚ ኣይዲያታት ምረፂ ኣጆኺ 😘😘

  • @user-my2xb7hh3c
    @user-my2xb7hh3c 2 ปีที่แล้ว +10

    ዞም አእድጊ የጥፈአልናዶ በልኪ ሓናን❤😂😂

  • @user-ms9gi5ye3k
    @user-ms9gi5ye3k 2 ปีที่แล้ว +2

    ዋውውውው ደሰባሃለት ደቂ ዓባይ ትግራይይ ፍቅሪኩም የብዘሐዮ ፈጣሪ🙏 ክቡራተይ

  • @fyorigaltigray8279
    @fyorigaltigray8279 2 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ኩሉ ግዜ ሙፁና 💊💊💊💊❤❤❤❤

  • @user-ko2eh4ob9g
    @user-ko2eh4ob9g 2 ปีที่แล้ว +2

    ሸኮራት ደግሞ አምሮብሻል ሃናን😘

  • @rahmakmal2866
    @rahmakmal2866 2 ปีที่แล้ว

    😘😘😘መልክዕኪ ጥራይ ኣይኮነን ጹሩይ ኮላይ ገዝኪ ጹሩየ ትግራወይቲ ሽኮር

  • @Tube-vt9lo
    @Tube-vt9lo 2 ปีที่แล้ว

    ሃናነይ ፀሓይ ገፃ ደስ ከትብሉ ፊቅርኩም ያብዝሓዯ

  • @mmrr857
    @mmrr857 2 ปีที่แล้ว +1

    ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበል ደቂ ሓላል መሬት እሞ ሲ ሃኒ ኣነስ ኩሉ ግዜ መጀመርያ ከብድኪ እየ ዝርኢ ግን ማፊ 😅በጃኩም ውለዱ ውለዱ ብጣዕሚ እየ ዝፈትየኩም 👸🤴

  • @alugaltigray9572
    @alugaltigray9572 2 ปีที่แล้ว

    ፅብቃተይ ፍቅርኩም የብዘሐዮ❤🥰🥰

  • @user-hm2wq8qp2w
    @user-hm2wq8qp2w 2 ปีที่แล้ว

    fa ኢለ እዩ ዝበሃል ፋሕ ኢለ አይባሃልን ማማዬ 😁😁😘😘😘 ምሻአላህ ፍቅርኩም ድማ ደሰ ክብል ደቂ ዓበይቲ 🙏🙏🙏❤❤❤❤ እዋይ ቀብ አብልያ ፀም እዩ እዋይ 😁😁

  • @munamahmud3081
    @munamahmud3081 2 ปีที่แล้ว

    Meshallah remodan mubarek habbti kulu am wantum b ker

  • @Berkey13
    @Berkey13 2 ปีที่แล้ว

    Mashallah ab-zey geza kmaki wohudat eyan kemzi geran asebuten zekebela. Friten tsgaytin yigberkum.

  • @ojhqs8973
    @ojhqs8973 2 ปีที่แล้ว +4

    ደስ በሃልቲ ፅቡቃት

  • @brhankenaw6879
    @brhankenaw6879 2 ปีที่แล้ว

    ኣነ ካብ ዘስሕቀኒ ግሕሽር ከይብል እያ ማሚ 😂😂ኣምላኽ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም❤

  • @ffgf6142
    @ffgf6142 2 ปีที่แล้ว +7

    ደስ ባሃሎ💓💓💓💓💗💗💕💕💕💖💖💖💖💖💖

  • @lilawit
    @lilawit 2 ปีที่แล้ว +27

    ኣትምቅራት ፃሓይ ገፀም ማሜ ኣናጋግራካ ብጣዕሚ እዩ ዘስሕቀኒ 😂😂ይመችክም ደቂ ዓደይ ♥️♥️

    • @user-yd7er8fu7o
      @user-yd7er8fu7o 2 ปีที่แล้ว +1

      ብጣዕሚ ዋላ ኣነ ማዓረይ ዘራረብኡማ ሽኮረይ ናይ ዓድና

    • @user-yd7er8fu7o
      @user-yd7er8fu7o 2 ปีที่แล้ว +1

      ብፍላይ ፀሓቑ ክስሕቕ ተሎ

  • @user-ls1lt5xw7j
    @user-ls1lt5xw7j 2 ปีที่แล้ว

    ደስ ባሃሊቲ 😘😘😘 እና ናይዛ ቻለን ተከታተልቲ ሳይስክራይብ ምባል ኣይተረሱዑኒ😍

  • @user-ut7ei6uj4u
    @user-ut7ei6uj4u 2 ปีที่แล้ว +4

    ሙቁራተይ ፍቅርኩም ይስስን ዞም ናተይ ❤️❤️😍

  • @user-hc6zt2eq5f
    @user-hc6zt2eq5f 2 ปีที่แล้ว

    ፅሩያት እድመን ጥዕናአን የሃብኩም 😍😍😍😍

  • @lailalaila3509
    @lailalaila3509 2 ปีที่แล้ว

    አሜን (3) ኣጆኾም ዞሞ አሕዋተይ ክሓልፍዩ

  • @user-kl8nh3lu2e
    @user-kl8nh3lu2e 2 ปีที่แล้ว

    ድሕሪ ኣነ ደዋዕዋዕ. ተብልዮ. ኣብ መጥብኽ.
    ማሜዋ ሽኮር

  • @jeedhacity6513
    @jeedhacity6513 2 ปีที่แล้ว

    እሰይ ጓል ዓበበይቲ ፅሩያት ፍቅርኹም ብዝሕ ይበል

  • @kingman5649
    @kingman5649 2 ปีที่แล้ว +3

    ዋዉ ብጣዕም ደሰ ባሃል❤❤❤❤

  • @LiliKing-ku6dt
    @LiliKing-ku6dt 2 ปีที่แล้ว

    ሙቁራትይ ደሰ ከብል ኣነለ ብና ማራ እየ ዝፎቲ🌹♥️

  • @hayathayat2224
    @hayathayat2224 2 ปีที่แล้ว

    ሃኒ የ ማዓርይ ቡና ብጣሚ እየ ዝፈቱ በጃኪ ሓንቲ ማዓልቲ ባ ዓድሚኒ ደሞ እንኳዕ ኣብፀሐኪ ንባዕል ሮሞዳን ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም

  • @newaccount5252
    @newaccount5252 2 ปีที่แล้ว

    ትበልዐና ኢልካ ብምቡሃቅ ማሜ 😂ማዓረይይ🥰🥰🥰

  • @amanithupia1201
    @amanithupia1201 2 ปีที่แล้ว

    ኣነስ ማሜ ኣዛራርባኡ ከስሕቀኒ 😃😃ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ሃናነይ ማዓረይ

  • @user-ii6ym2fy1r
    @user-ii6ym2fy1r 2 ปีที่แล้ว +1

    ፅብቅቲ 😍😍😍😍

  • @user-lo7dc8jr4p
    @user-lo7dc8jr4p 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ሙቁራት ደስ በሃልቲ💛❤️🥰🥰🥰

  • @user-rc8ev2cm6c
    @user-rc8ev2cm6c 2 ปีที่แล้ว +2

    አሜን ማየየየ ሃኒየ ❤️❤️❤️💛❤️❤️💛💛❤️❤️🙏☝️🙏☝️

  • @freka5892
    @freka5892 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይይይይይ ደቂ ዓደይ ፅሩያት ማሜ ለ ጀግና

  • @user-io4bw1wp8l
    @user-io4bw1wp8l 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይ ሙቁራተይ ደስ ክትብሉ🙏 ዕድመን ጥዕናን 🙏ይሃብኩሙ 💓ፈጣሪ ፍቅርኩሙ ይብዛሕ💓💓👌👌💓💛💛💛💊💊

  • @zahraabdullah6076
    @zahraabdullah6076 2 ปีที่แล้ว +1

    እስይይይ ሙቁራትይ ዕድሙና ጥዕናን ይሃብኪም ሽኮሪናታት

  • @tthgh4257
    @tthgh4257 2 ปีที่แล้ว

    አስይይይይ ፅሩያት አነሱ ክፈትወኮሙ ፍቅርኪም የብዘሓልኪም እግዚኣብሄር አምላክ

  • @user-nq7nf4it4s
    @user-nq7nf4it4s 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ሙቁራተይይይ ፍቅርኩም ይብዛሕ ኣይፈላሊከኰም

  • @Kh-ox5ux
    @Kh-ox5ux 2 ปีที่แล้ว

    ፅሩያት ናይና 🥰🥰🥰🥰

  • @abiegalhagos4024
    @abiegalhagos4024 2 ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ድሓን መፃእኩም ምቁራት ብጣዕሚ ደስ ብሃሎ ኢኩም ሳብስክራይፕ ክብሩኒ ኢኩም ኮሞንት እተንብቡ

  • @kidanweldekiros166
    @kidanweldekiros166 2 ปีที่แล้ว

    ሃንየ ድንግል ማርያም ትጠብቀህ ወልኽ መርቅዮ 🤗

  • @user-yy2pz1kp4b
    @user-yy2pz1kp4b 2 ปีที่แล้ว

    ዋይ ምራቐ ማሜ አይጽወይ 😁😁😁ሽኮሪናታት ደቂ ትግራይ 🥰🥰🥰

  • @user-qz4mo3rv2w
    @user-qz4mo3rv2w 2 ปีที่แล้ว

    ኣነስ ሃናየ ብዓል ገዛኺ ደቂ ሓላል መሬት ክብል ከሎ ክንደይ ድዩ ደስ ዝብል🙏
    ንስኽለ ዕድለኛ እዩ ብርኽቲ ፅሪቲ ወሓለ ሰበይቲ ኣምላኽ ሂብዎ

  • @user-dn7uo2by4q
    @user-dn7uo2by4q 2 ปีที่แล้ว

    ደቅ ሪመይ ሓላላት ሰናይ ፆም ረመዳን ከሪም 🥰🥰🥰🥰

  • @heluyoutube4089
    @heluyoutube4089 2 ปีที่แล้ว

    የሃበሻ ወንድ ሆዳቸው ነው አዎ ። 😁ማሜ ሓወይ የምትወዳት ሚስትህ ከስራ ስትገባ ወደ ስራ ስትሄድ የምትወዳት ሚስትህ ሁሌም መሳም አለብህ ሓወይ መአረይ ሃኒ በጣም ጎበዝ ነሽ ❤❤

  • @mulutube2992
    @mulutube2992 2 ปีที่แล้ว

    እሰይይይይ ደስ ክትብሉ እዞም አሕዋተይ ፍቕሪኹም ይብዛሕ

  • @selina3049
    @selina3049 2 ปีที่แล้ว +3

    ሃኒተይ ሽኮር

  • @user-ue2uo5nj4q
    @user-ue2uo5nj4q 2 ปีที่แล้ว

    ፍቅሩኩም ይብዛሕ ኣሕዋተይ ማዓረይ ማሚ በርሀ ዓርክካ ከ ዳሕና ድዮም

  • @user-pt6jt6su4k
    @user-pt6jt6su4k 2 ปีที่แล้ว

    ጡዑማት ኣሰይ😍😘

  • @abilove3164
    @abilove3164 2 ปีที่แล้ว

    ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤😍

  • @ngstihadera4219
    @ngstihadera4219 2 ปีที่แล้ว +1

    Wellcom des ktbulu admen tanan yhabkum zom yehwatey 🤩❤❤❤🕌❤🕌🕌

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 ปีที่แล้ว

    ማሜ ሃንየ ፁርያተይ ደስ ክብል ገዛኩም

  • @user-nn1if7ze2y
    @user-nn1if7ze2y 2 ปีที่แล้ว +7

    ዋዉዉዉዉ ፀሩያት ክፈትወኩም እኮ ሮሞዳን ከሪም ክዓ ፀቡቅ ፆም ይግበረልኩም ኩልና ኣብ ፆም ኢና ዘለና እና ተጋሩዋይ ነበረታትዓዮም ሓደራ

  • @user-ub2zs9hd1u
    @user-ub2zs9hd1u 2 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን እቱም ምቁራት እሕዋተይ እቱ ምርቃትስ ንበቱኩም ድዩ ወይ ንዓና ዝሓወስ እዩ።🕊🕊🕊😁

  • @axumtsion9216
    @axumtsion9216 2 ปีที่แล้ว

    ደስስ ክትብሉ ፍቕርኹም የብዘሓዮ❤️❤️❤️❤️🙏🙏

  • @makihyab5756
    @makihyab5756 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ፅሩያት ደቂ ሓላል ትግራይ😘😘

  • @rumanaabdelalim4310
    @rumanaabdelalim4310 2 ปีที่แล้ว

    Rebi yferjkum Ms sdrakum Enshallah Ya Reb Romodan kerim xbuqat Meshallah❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @tgtigraweyti1231
    @tgtigraweyti1231 2 ปีที่แล้ว

    ተጋሩ ድኩም መፃእኩ በነገራችን ላይ ኣትበሊ ፅብቅተይ

  • @user-tz7cw4sp3q
    @user-tz7cw4sp3q 2 ปีที่แล้ว

    ደስ ባሃልት እኩም ፍቅርኩም ይብዛሕ

  • @user-cc3yi4cv5h
    @user-cc3yi4cv5h 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣነስ ክፈትወኩም ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ብተለይ ማሜ ዘረብኡ ከስሕቀኒ

    • @miletemilete5980
      @miletemilete5980 2 ปีที่แล้ว

      ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሽኮርናታትትትትት

  • @alliasery2210
    @alliasery2210 2 ปีที่แล้ว +1

    እሰይ ደሰ ኪቲቡሉ❤❤❤❤ገኒየ ዋሓለ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @bsigalwelday1077
    @bsigalwelday1077 2 ปีที่แล้ว

    ፅሩያት ክፈትወኩም ኣነስ 💗😘

  • @user-qy8vf3zb1i
    @user-qy8vf3zb1i 2 ปีที่แล้ว +1

    ማም ከይትበልዓ ኪዲ ደቅስ ክክክክክክክክ ሃኒ የእዲጉ የጥፈእልና ክክክክ