ሸዊት ቢተው - ኣብ ቀዛሕታ ፖድካስት Kezahta Podcast - Shewit Bitew

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.ค. 2024
  • © Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    00:00 - መእተዊ
    00:57 - ርኢቶ ብዛዕባ ቀዛሕታ ፖድካስት
    01:54 - ኣተዓባብያ ሸዊት ቢተው
    03:14 - ኢንተርተይመንት
    11:14 - ህይወት ገድሊ
    16:50 - ገድሊ ኣብ ሂወት ሸዊት ቢተው
    23:46 - ፖለቲካ
    31:46 - ዕውትን ቀሊልን ሂወት
    41:50 - ስለ ሰበስልጣን ወለዱ
    48:00 - ሓሜት ሸዊት ቢተው
    57:00 - መጠን ሃፍቲ ሸዊት ቢተው
    1:02:34 - መንእሰይ ትግራይ
    1:11:41 - ንትግራይ ዘለዎ ባህጊ
    1:13:00 - ኩነታት ሓዳር
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 242

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti 5 หลายเดือนก่อน +20

    ሸዊተይ ጅግና እንካዕ ብሰላም መጻእካ ካብ ገድሊለ እንካዕ ተረፍካ ማዓረይ❤❤❤

  • @romantafere275
    @romantafere275 5 หลายเดือนก่อน +31

    ሸዊት ጀግና ከመኻ ዝበሉ ጀጋኑ ንህዝቢ ትግራይ ብጣዕሚ ኢኹም ተድሉዩና ዕድመ ና ጥዕና የሃብካ ዘሓወይ

  • @Helentube121
    @Helentube121 5 หลายเดือนก่อน +15

    ናይ ብሓቂ ተስፋ
    ዘለዎ ጅግና ትግራዋይ
    ሸዊት ትግራይ 💛❤️🥰

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i 5 หลายเดือนก่อน +8

    ሸዊት ማራ እካ ንፉዕ ማለት ሰብ ብፍቅሪ ምሳዓሪካ ዕደመ ያሃብካ ፈጣሪ ንኩላታና ሪህራሀ ያሃበና❤

  • @user-so5li9yd1w
    @user-so5li9yd1w 5 หลายเดือนก่อน +15

    ጅግና ወዲ ጅግና እንኳዕ ብሰላም መጻእካና❤💛ካባኻ ብዙሕ ኢና ንጽበ ኣብ ጎድኒ ውጹዕ ህዝብኻ ድማ ኹን🙏

  • @saragubry5920
    @saragubry5920 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዘለዋ ጅግና ትግራዋይ ሸዊት ትግራይ ናይ ብሓቂ ተሰፋ❤❤❤

  • @selamyamenemh1100
    @selamyamenemh1100 5 หลายเดือนก่อน +3

    ሸዊተይ ሓወይ ኣብ ቀረቡ ጊዜ ኣብ ትግራይ ዓደይ ምሰ መፅእኪ ክረከብካ ይደሊ እዩ🤲🤲❤❤❤

  • @tigraySebalwa16
    @tigraySebalwa16 5 หลายเดือนก่อน +1

    I am so proud of you zehawey, never give up continue the peace struggle. May Tegaru and Tigray shine like a diamond. May Hod give this world peace ☮️. May God bless our martyrs. I’m

  • @TomCruse-cy7dw
    @TomCruse-cy7dw 5 หลายเดือนก่อน +13

    አብ ሓቂ ዝተደረከ አንደበት ትርጉም ይህብ ፍፃመ ይህልዎ ተቀባልነት ይረክብ ❤😮

  • @user-cv8eq7nv6p
    @user-cv8eq7nv6p 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሸዊተይ ጅግና እንካዕ ብስላም መጻእካ ማዓረይ ❤❤❤💪💪💪🌹🌹🌹✊✊✊💝💝💝💝👍👍👍👑👑👑👑👑👑🎉

  • @zufangaltewahado7247
    @zufangaltewahado7247 5 หลายเดือนก่อน +9

    ጅግና ሓውና መርኣያ መንእሰያት ኢኻ ክብሪ ን TDF❤❤❤

  • @user-po6hw9ws1k
    @user-po6hw9ws1k 4 หลายเดือนก่อน

    ሸዊተይ ጅግና ተጋዳላይ ክብሪ ንዓኹም😍💜

  • @etheth5034
    @etheth5034 5 หลายเดือนก่อน +5

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና❤❤❤🙏🙏🙏

  • @user-ys3rw9mg1j
    @user-ys3rw9mg1j 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣረዳድእኡ ደስ ክብለካ ጅግና ትግራዋይ ሓሳባት ልብካ የስምረልካ❤❤❤

  • @user-io8bh8pq6d
    @user-io8bh8pq6d 5 หลายเดือนก่อน +7

    ሸዊት ጀግና እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ❤❤❤🎉🎉

  • @amanuelberhane2068
    @amanuelberhane2068 3 หลายเดือนก่อน

    ሸዊት ሓወይ ሓሳብካ፣ እምነትካን ድሪኪትካን ሰሚዐ ብዙሕ ተማሂረ እየሞ ቀፅለሉ አብ ጎንካ አለና ጅግና ወዲ ጅግና

  • @user-uw3vd6jc1j
    @user-uw3vd6jc1j 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይ ዛሓወይ ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ተመስገን ንዓካ ስለ ዝፈጠርልና እስመ ኣልቦ ነገር ዘይሳኣኖ ለእግዚኣብሔር❤❤❤

  • @dfdf851
    @dfdf851 5 หลายเดือนก่อน

    Shewitey king❤❤❤

  • @fhgf6561
    @fhgf6561 5 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤ታዓዲላ ምሳካ ትነብር ዓለም ኮ ኢካ ቲዲአፍ ሸዊት

  • @user-vh4ov2mx9j
    @user-vh4ov2mx9j 4 หลายเดือนก่อน

    ሽዊተይ ጀግና❤❤❤

  • @user-qp2np4wc5k
    @user-qp2np4wc5k 5 หลายเดือนก่อน +6

    ሸዊተይ ተናፋቂ እንኳዕ ብዳሓን መፃካ❤❤

  • @trfytdtedg8124
    @trfytdtedg8124 5 หลายเดือนก่อน +2

    ቁፅሪ ስልኪ ናይ ሸዊት ኣቅመጠልና ዝሓወይ❤❤

  • @user-uf5is9oy3n
    @user-uf5is9oy3n 5 หลายเดือนก่อน +1

    እሰይ ደስ ዝብል ሓሳብ ጀግና ቀፅለሉ

  • @ranirani3899
    @ranirani3899 5 หลายเดือนก่อน +3

    አምበሳ ሸዊተይ ዕድመን ጥዕናን የሃበልና ንበረልና ንመርዓ ንተስካር ዝወፅእ ወጭታት ናይ ደናቁር እና ናይ ድሑር ሕብተሰብ እዩ

  • @andomkbrom8072
    @andomkbrom8072 5 หลายเดือนก่อน +4

    Wwow🤞❤ተጋደላይ ሸዊት ብሉጽ ንኡስ።ዝገርም ኣገላልጻን ስርዓት ዝሓለወ መልሲ።።።
    ኣቱም ሓደሓደ ናይ ሙሁር መዓረግ ተሸኪምኩም ተራ ዘረባ ትኸስሩ ካብዚ ብሉጽ መንእሰይ ተመሃሩ።👌
    🤞❤⭐️❤❤❤

  • @user-up3rc4ke5v
    @user-up3rc4ke5v 5 หลายเดือนก่อน +3

    ሸዊተይ ሸዊት ትግራይና❤

  • @shirealene4436
    @shirealene4436 5 หลายเดือนก่อน +1

    አዴካ ጅግና እያ ሸዊተይ💪

  • @selam12121
    @selam12121 5 หลายเดือนก่อน +4

    I really proud of you shewitaye ... ዝውረየልካን ንስካን በበይንኩም ኢኩም ናይ ዝዕድመይ ጀግና ኢካ ብሓቂ 💪 ንወረኛታት ግን ምእመናን 🤲🤲🤲 ሓደሻዕ ናህልና ፀሎት ንግበረሎም ቧእ ኩሉ ሰብ ሽሙ ኣጥፊኦም ወዲኦሞም

  • @beana3912
    @beana3912 5 หลายเดือนก่อน +3

    Respect our TDF brother🙏🙏🙏thank you for your service 🙏🙏💛❤️💛❤️💛💛💛💪💪💪💪

  • @khankhan1509
    @khankhan1509 5 หลายเดือนก่อน +3

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታት

  • @alemtsehayberhe2515
    @alemtsehayberhe2515 5 หลายเดือนก่อน +3

    ጀግና ወዲ ጀግና ሀወይ መአረይ ልዛ ህማቅ ኢትዮጵያ አዲ አቦኻን አደኻን ደኺሞምላ ለሀኻትኩም ሰላም ከትነብርላ ከኪላትኩም ከዚኸ ሞ ላበይ ገፅና ማለት የድል 🙏🙏🙏🙏💕💕💕💕

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 5 หลายเดือนก่อน +2

    ሸዊተይ ብሉፅ መንእሰይ ♥️♥️♥️♥️

  • @shamsahmed-oi4nl
    @shamsahmed-oi4nl 5 หลายเดือนก่อน +2

    ባዓል ሙሉእ ልቦና ዕድመ ጥዒና ይምነየልካ ዝሓወይ ❤❤❤❤💛💛💛🙏🙏🙏🌹🌹🌹

  • @user-lu3vh6yz6k
    @user-lu3vh6yz6k 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሸዊት ጅግና ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ♥️♥️🥰

  • @Makelon26
    @Makelon26 5 หลายเดือนก่อน +3

    I’m proud of you my brother ❤💛 🤞🏾

  • @user-ve1sd8ok5f
    @user-ve1sd8ok5f 5 หลายเดือนก่อน +4

    መርኣያ መናኣሰይ❤

  • @keepitupgoodjobGirma
    @keepitupgoodjobGirma 5 หลายเดือนก่อน +4

    Your amazing God bless you.

  • @alexsgrmay1898
    @alexsgrmay1898 5 หลายเดือนก่อน +7

    Welcome shewa nshwit adnekti eske like habley deki adey🥰🥰

  • @genygen5351
    @genygen5351 5 หลายเดือนก่อน +2

    Ajoka, kitbetsiho eka 👍🙏💖

  • @Rshanmebrahtom
    @Rshanmebrahtom 5 หลายเดือนก่อน +2

    ሸዊተይ ጅግና ምስ ብጾትካ❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛💯

  • @tfjgghhhghhhjhg5770
    @tfjgghhhghhhjhg5770 5 หลายเดือนก่อน +6

    ወዲ ቢተዉ ጀግና

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r 4 หลายเดือนก่อน

    Beautiful Sweet💗

  • @muketfisha231
    @muketfisha231 5 หลายเดือนก่อน +2

    ዎይ ኣታ ጀግና እትናይ ዓድና ፀገም ብደንቢ እዩ ተረዲእካ ግን ቅድሚ 10 ዓመት በዚ ፀገም ኣዲሳበባ ከይዶም ገዛ ዝገዙኡ ይፈልጥ እና ከየድነቅኻ ኣየሓልፍን❤❤❤

  • @CrossSuuc-ns8xu
    @CrossSuuc-ns8xu 5 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ዝፈትዎ ጀግና ወዲ ህዝቢ ብዓል በሊሕ ኣእምሮ ንበረልና🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀❤❤❤❤❤❤❤

  • @Rozahadush
    @Rozahadush 4 หลายเดือนก่อน

    My Love ❤❤

  • @user-me9xc7dd7k
    @user-me9xc7dd7k 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዎዉ እወ አበይ ኢካ ተተባሂልናሰ ትግራይ ተይልና ዎው ዝበሃለሉ ጊዜ ናፊቁና

  • @user-ev2ep2bc5y
    @user-ev2ep2bc5y 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @delinayonas8988
    @delinayonas8988 5 หลายเดือนก่อน +3

    Shewit one of the best ❤

  • @HggtCyfe-qy1bz
    @HggtCyfe-qy1bz 5 หลายเดือนก่อน

    ሸዉተይ ተባዕ

  • @user-ew2jm4ch9i
    @user-ew2jm4ch9i 5 หลายเดือนก่อน

    Shewit jigna Einkae bselam metaeika bitaeimy eye zfetiweka tebae tigreway ❤💛💪

  • @STAMA123
    @STAMA123 5 หลายเดือนก่อน +4

    ሸዊት አምበሳ ሙሉእ ሰብ ኢኻ ብናማን ❤❤❤

  • @etcghvg424
    @etcghvg424 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዋውውውውውው ሸዊተይ ጅግና ኣቦ ሓቂ ❤❤❤❤

  • @askualaregawi2963
    @askualaregawi2963 5 หลายเดือนก่อน

    ኣቤት ጅግንነት ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @azmeraasmelash7532
    @azmeraasmelash7532 5 หลายเดือนก่อน +5

    ሓሳብ ልብኻ ያሃብካ ማዕረይ ❤❤❤

  • @mesi-ug5di
    @mesi-ug5di 5 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ብሓቂ ዓድካ ጥዑም

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 5 หลายเดือนก่อน +3

    ነባር ተጋዳላይ ቢተው በላይ ሓቀኛ : እውነተኛ ብህዝቢ ዝፍቶ ኩርዓት ትግራይ እዩ:: ዘይግባእ በደል እዩ በጺሕዎ : ብሂወት ምህላዉ ንእግዚኣብሄር ነመስግን:: ጀጋኑ ተጋደልቲ ወለድኻ ጅግና ተጋዳላይ ሸዊት ብምላዶም ነመስግን::

  • @user-dh4iy2kl7g
    @user-dh4iy2kl7g 5 หลายเดือนก่อน +2

    ተጋዳላይ ሸዊት ሓወይ ግን እኮ ንዓካ ዘዉደቀትካ ፀገም እቲ ዝመፅእ ሓድሽ ትውልዲ ግን ብቀሊሉ ክሓልፎ ይክእል እዩ።ንዓካ ዝከበደካ ኩሉ ንኩሉ ይከብዶ ድዩ?ኣነ ዝኣምነላ ብ ብዝመሰሎ ብዝኣምነሉ መንገዲ ንክከይድ ጡጡሕ ባይታ ንክፍጠረሉ ካብ ስሕተቱ ንክማሃር እየ ዝምነ።❤❤❤❤😍😍❤❤🙏🙏🙏

  • @user-ls9hi2rd9u
    @user-ls9hi2rd9u 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሸዊተይ ጅግና❤️🥰

  • @rozaibrahemma2806
    @rozaibrahemma2806 5 หลายเดือนก่อน

    ኣስይ ሸዊተይ ክቡር ተጋዳላይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤ ክደይ ደስ ዝብል እዩ ሓሳብን ምኽርን ለባመይ❤❤❤

  • @berhanekidane8604
    @berhanekidane8604 5 หลายเดือนก่อน +6

    በረከት ሓውና የቐንየልና እዚ ጅግና ሓውና መእንተ ትግራይ ኢሉ እዩ ካብ ወጻኢ ሃጽ ኢሉ ወጺኡ ታሪክ ሰሪሑ እዩ።ኩሉ መንእሰይ ኣብጎኑ ኣለና በቃ ጅግና እኻ ርስፐክት

  • @keepitupgoodjobGirma
    @keepitupgoodjobGirma 5 หลายเดือนก่อน +1

    Uffff your amazing God bless you.

  • @plal7101
    @plal7101 5 หลายเดือนก่อน

    Shewitom jegna really proud of you❤❤❤❤

  • @Merdotimes
    @Merdotimes 5 หลายเดือนก่อน

    This Boy future Wedi bitw jegna 💥🙏

  • @helenemso32
    @helenemso32 5 หลายเดือนก่อน +1

    thanks ❤💛❤💛❤💛❤💛

  • @AaAa-gi5kb
    @AaAa-gi5kb 5 หลายเดือนก่อน

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @DSB.studio
    @DSB.studio 5 หลายเดือนก่อน

    wowwwww

  • @user-xo9tv3pb8u
    @user-xo9tv3pb8u 5 หลายเดือนก่อน +2

    ሸዊት ❤❤

  • @user-yt2xo1vy1y
    @user-yt2xo1vy1y 5 หลายเดือนก่อน

    Shewitey eskab hji aytemrekan dika nay eba temreyni keftweka mat eye may king 👑 👑👑👑👑👑🥰🥰👑👑👑

  • @freweinigebremedhn6160
    @freweinigebremedhn6160 5 หลายเดือนก่อน +2

    Wow,excellent interview (conversation)!!!!

  • @alemtsehayberhe2515
    @alemtsehayberhe2515 5 หลายเดือนก่อน +1

    ውናት ብምኻንካ ብጣእሚ ደሰ ኢሊኒ ቀፅለሉ ብርተረፈ ናይ ሰብ ወረ ቦታ አይትሀቦ ልአኻን ልቤተሰብካን አቢይ ክብሪ ን አለና ሀቦኛ እና ቁኑእ ኢኻ ሞ ልቅድሚት ጥራህ ምርአይ ነዊህ እድመን ጢእናን ይሀብካ ተስፋ ትግራይና ኢኻ 💕💕💛❤️💛

  • @Samsunga535G-we2pr
    @Samsunga535G-we2pr 5 หลายเดือนก่อน

    ሽዊተይ ጅግና መንእስይ ናይዚ ወለዶ👌❤

  • @galtigray5257
    @galtigray5257 5 หลายเดือนก่อน +2

    ክብሪ ን ጃጋኑና❤❤

  • @user-te3vf5hl8q
    @user-te3vf5hl8q 5 หลายเดือนก่อน

    ሸዊታየ ጅግና ❤️🥰🥰

  • @TPC-xw3qc
    @TPC-xw3qc 5 หลายเดือนก่อน +1

    keep going Bro shewit

  • @user-ug9rl3fo1t
    @user-ug9rl3fo1t 5 หลายเดือนก่อน

    ማሻኣላህ ንስካ ምመራሕካና መሐሸና ወላህ ያረብ

  • @user-xt8zt4np6x
    @user-xt8zt4np6x 5 หลายเดือนก่อน

    ብፃይ ሸዊት ናይ ብሓቂ ጀግና ተጋዳላይ

  • @user-hd5in9ql3e
    @user-hd5in9ql3e 5 หลายเดือนก่อน

    ሸዊተይ ጅግና ወዲ ህዝበይ❤❤❤
    መርዓ ግን ትሙረዐ ተኮይንካ ንትዕግስቲ ሓጎስ (ሞዴል ) ክትሙረዐ ተስፋ ይገብር ❤❤ ትግራዋይ ምስ ትግራወይቲ ዝበለት ጅግና ሓፍትና እያ እሞ ንዓኣ ክትሙረዐ ተስፋ ይገብር😂😂

  • @aidaghidey8132
    @aidaghidey8132 5 หลายเดือนก่อน

    Jigna wedi Tigray hawna , proud of your dedication to Tigray

  • @kasayareki6656
    @kasayareki6656 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሸዊት! ኣይዞኻ በርትዕ

  • @akuakbret6875
    @akuakbret6875 5 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ወዲ ጀጋኑ ሸዊታ ወሊድና ይበሉ ዞም ወለዲ

  • @shawitabirahane1726
    @shawitabirahane1726 5 หลายเดือนก่อน

    Shewit jegna❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-vg5xp8tn8q
    @user-vg5xp8tn8q 5 หลายเดือนก่อน

    Respect you ጅግና ተጋዳላይ ሸዊት❤❤💕

  • @alganeshhagos5391
    @alganeshhagos5391 5 หลายเดือนก่อน

    God bless you and my people ❤❤❤

  • @selam801
    @selam801 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሸዊተይ my hero❤😊

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh5222 5 หลายเดือนก่อน

    ንስካ ምመራሕካና መሐሸና king ሸዊተይ💛❤️👑

  • @samrawitstegay5376
    @samrawitstegay5376 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሸዊተይ ጀግና ❤

  • @jdhdgeyr465
    @jdhdgeyr465 5 หลายเดือนก่อน

    መርኣያ መንእሰያት እካ ጅግናና🙏

  • @abebagebretsadik8888
    @abebagebretsadik8888 5 หลายเดือนก่อน

    ሸዊተይ ጅግና ወዲ ጀጋኑ።

  • @medinaasikora4098
    @medinaasikora4098 5 หลายเดือนก่อน

    Jegna shwitey❤

  • @Aaa-kx1kb
    @Aaa-kx1kb 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሸዊተይ ❤❤❤

  • @almazkahssaye9821
    @almazkahssaye9821 5 หลายเดือนก่อน

    ሸዊት ናይ በሐቂ ተባረክ

  • @meazat.4857
    @meazat.4857 5 หลายเดือนก่อน

    God bless you all 🙏 🙏🙏💕♥️❤️

  • @HaftomKidane-ns2yf
    @HaftomKidane-ns2yf 5 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ብሱል ሓሳብ ብፃይ።

  • @user-wk3gg6ud8o
    @user-wk3gg6ud8o 5 หลายเดือนก่อน

    ሸዊት ጅግና🙏🙏🙏🙏💪💪💪

  • @HiyabKonjo
    @HiyabKonjo 5 หลายเดือนก่อน

    ሸዊተይ ስባአይ❤

  • @user-qn4rm3ue7x
    @user-qn4rm3ue7x 5 หลายเดือนก่อน +1

    _ሸዊተይ❤_

  • @SameerKhan-lm9eb
    @SameerKhan-lm9eb 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤ኑጉስና መራእያ መንኡስይ

  • @alganeshhagos5391
    @alganeshhagos5391 5 หลายเดือนก่อน

    Tankw Barkat❤❤❤❤

  • @user-fo5qc9ym6x
    @user-fo5qc9ym6x 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @hiwothiwot2113
    @hiwothiwot2113 5 หลายเดือนก่อน

    ሽዊት ጀግና እንኳዕ ብስላም መፃእኻ❤