ጻንሒት ምስ ኣብ ኤርትራ ተወሊዱ ዝዓበየ ዉሩይ ደራሲ ግጥምን ዘማን ምስግና ገብረሚካአል(ፍቅሪ ዕዉር አሚነ Part 1

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ต.ค. 2020
  • ጻንሒት ምስ ኣብ እርትራ ተወሊዱ ዝዓበየ ዉሩይ ደራሲ ግጥምን ዘማን ምስግና ገብረሚካአል
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 169

  • @wahs1235
    @wahs1235 ปีที่แล้ว +9

    ብሓቂ ሰብ ዩ። ትሕትንኡ ቅንዕንኡ፡ ብርግጽ ከኣ ፈላጥ ዩ።

  • @user-yc8cp1jz9i
    @user-yc8cp1jz9i 11 หลายเดือนก่อน +5

    እሰኪ በደሙቅ አለባበሰ ምሰ ዛ በዙሕ ዝወረየላ ሰበይቱን ሰደርኡን አምፁኡልና በጃኩም በፈላይ አብ እግዚአብሔር ዘለካ ትሕተና አዘየ አድኒቀካ

  • @Netsi690
    @Netsi690 ปีที่แล้ว +7

    ምስጉነይ መዓረይ ንፉዕ ከያኒ💚😻

  • @gugttyyrfg8549
    @gugttyyrfg8549 ปีที่แล้ว +5

    መስጉን ወዲ ሪመይ❤❤💛💛

  • @aduadu6168
    @aduadu6168 2 ปีที่แล้ว +13

    ምስጋና ሓወና ንፉዕ ኢካ ኣይትጥፋእና❤❤❤

  • @fyerihaftu3914
    @fyerihaftu3914 29 วันที่ผ่านมา

    ጥዑም ድምፂ ናበይ ደኣ ጠፊኡ 💛❤😍😍😍

  • @tesfalemangosom3672
    @tesfalemangosom3672 3 ปีที่แล้ว +1

    Waw you are the great teacher

  • @user-tv4bd7vb5c
    @user-tv4bd7vb5c ปีที่แล้ว +2

    ምስጋና ከም ስምኻ
    ዘገርም ምስክሪነት ብዛዕባ በዓል ቤትካን ድቅካን ህይወትካን woooq❤❤❤ ብሓቂ ፍሉይ ፍቅሪ ኣብ ሰበይትካን ድቅካን ካልእ ድማ ኣስማት ድቅካ፡መጽሓሓፍ ቅዱሳውን ትርጉም ዘለውስ ምካኑ ሰላኻ ንኣምላኽ ይመስግኖ።
    ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስቭንዘለካ፡ክብሪን ፍልጠትን ድማ ኣምላኽ ይባሪኻ።
    ብተወሳኺ መዝሙር ክትቕጽሎ ኣለካ ነቲ ኣምላኽ ዝሃበካ ውህበት ።
    Love you my brother Mesgana❤❤❤
    I love all Tigray people from bottom of my heart.
    ሓውኩም ወገንኩም
    ካብ ሰሜን ኤርትራ

    • @meley1952.
      @meley1952. ปีที่แล้ว

      Abe mesmerka do aleka hji ke i hope

  • @SamiSami-ts3iv
    @SamiSami-ts3iv ปีที่แล้ว +6

    ተትሪኢኒ ትብል ደርፍን ማንታ ልቢ ትብልን ናይ ራሄል ከኣ ኣንታ ፍትውይ ትብልን❤❤❤❤ ክሳብ ሕጂ ዘጸልላኒ

  • @habtomtekle5808
    @habtomtekle5808 ปีที่แล้ว +1

    Waw, zgerm agelaltsa, fikri sidra. God bless you & your families Misgina.

  • @mkm4736
    @mkm4736 ปีที่แล้ว +6

    ምስግና ሓውና❤🎉

  • @user-du4eo6gq8i
    @user-du4eo6gq8i ปีที่แล้ว +1

    Betam eye zfetwe ajika hawiy natey❤❤❤

  • @FfGg-wh1kb
    @FfGg-wh1kb ปีที่แล้ว +4

    ምስግና ለባመይ❤

  • @SamiSami-ts3iv
    @SamiSami-ts3iv ปีที่แล้ว +2

    እዋይይይ ኣዚዩ ሓያል ገጣምይ ዘያማይ ካሳብ ሕጂ ዘይ በርስ ደርፍታት ዘለዎ ክንደይ ደርፍቲ ከኮብ ዝገበር ሓታቲት ኣይረኻበን ብሕጂ ሓድሽ ስራሕ ሒዝካ፡ክትመጻና ንጽበ❤❤❤❤ ካብ ኤረትራዊ ሓውኻ❤❤

  • @muleyberihu604
    @muleyberihu604 ปีที่แล้ว +2

    You are gentle man❤

  • @stahayyebeyo3451
    @stahayyebeyo3451 ปีที่แล้ว +1

    God bless you 🙏 Bro

  • @eritreaalandofpromise971
    @eritreaalandofpromise971 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ንፉዕ ቀጽሎ፡ ፍቕሪ ዕውር ኣሚነ ግን ቀደም ዝተደፈር ናይ ኣቦና ዑስማን እያ፡ ካልእ ሓንቲ ናይ ተስፋይ መንገሻ ዜማ እውን ተጠቂሙ ኣሎ። ጽቡቕ ዕድል ይምነየልካ

  • @user-qo6tp9yj8c
    @user-qo6tp9yj8c 3 หลายเดือนก่อน

    ናይ ጥበብ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @okbuhaile5290
    @okbuhaile5290 ปีที่แล้ว

    Dangya koinu azyu gobez zkone snetibebemgya eyu ….proud of you

  • @jesusislord.9123
    @jesusislord.9123 ปีที่แล้ว +1

    Eway Misgna lebam seb kab kedemka newih gize koynu tetafina enquae amlak rediaka. Goyta eyesus Kirstos birhanu yebrhalka mis sidraka ab Eritrea deli gezawtka neber ena. May God keep you safe.

  • @tarikhaile4779
    @tarikhaile4779 ปีที่แล้ว +7

    ኣነስ ክፈትዎ ለባም እዩ❤❤❤❤

  • @user-pt2bd4zk6x
    @user-pt2bd4zk6x หลายเดือนก่อน

    Msgie harif dhayka aytahabae ❤❤❤❤❤❤

  • @kingjo7100
    @kingjo7100 ปีที่แล้ว +7

    የሕዝን እዩ እቲ ቃለ መሕተት ዘይተወድእዎ? እቲ ፉሉይ ከያኒ ሓዉና ግን ኣብ ቋንቁኡ ዘለዎ ፍቅርን ኣጠቃቅማን ኣዙ ዝነኣድ እዩ!!

  • @tsegahaylemichael1399
    @tsegahaylemichael1399 ปีที่แล้ว

    ጽብቕ ኣጋላልጻ ንፍዕ መንእሰይ

  • @shewithabtab2679
    @shewithabtab2679 ปีที่แล้ว

    Wawww btami shkor

  • @tesfdjejdjdjjehehjdjfjfjf3067
    @tesfdjejdjdjjehehjdjfjfjf3067 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤

  • @zenebeshneby9485
    @zenebeshneby9485 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

  • @gebreweldu-cq8ct
    @gebreweldu-cq8ct 5 หลายเดือนก่อน

    ጎበዝ

  • @ruckiroman5400
    @ruckiroman5400 7 หลายเดือนก่อน

  • @Champ-Judpal
    @Champ-Judpal ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤

  • @luluossi2577
    @luluossi2577 ปีที่แล้ว +1

    welcome king❤❤❤❤ we love you❤❤

  • @user-go7hs4vf7u
    @user-go7hs4vf7u หลายเดือนก่อน

    እንታይ ዓይነት ኣጋላልጻ" ዩ ዝገርም Brilant ጅግና ኣከይፍካኒ።

  • @ghcc4035
    @ghcc4035 ปีที่แล้ว

    መስጉነይ ብሉፅ ንፉዕ ♥️

  • @KbGe-ds1pl
    @KbGe-ds1pl ปีที่แล้ว

    V.good

  • @wedikeshi2875
    @wedikeshi2875 3 ปีที่แล้ว +1

    ጎበዝ ወዲ

  • @realityishealthy.5850
    @realityishealthy.5850 ปีที่แล้ว

    Wedi erey,abay eri

  • @user-yv2cs8ml7k
    @user-yv2cs8ml7k 3 ปีที่แล้ว

    👍👍👍❤💗💗💗

  • @adahanethaile7951
    @adahanethaile7951 3 ปีที่แล้ว

    🥰🥰🥰

  • @gamtassatmag480
    @gamtassatmag480 3 ปีที่แล้ว +6

    ዊይ ምጣዓሙ ላዝኡ ሙቁር 😘😘😘

  • @amanuelberaki770
    @amanuelberaki770 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ንፉዕ ገጣማይ ኢካ ብዘይ ቀልዓለም ግጥምካ ጥዑማትን ገለጽትን ኢዮም ሓንቲ ዜማ ግን ናይ ተስፋይ መንገሻ እያ

  • @user-dp5dn4rx4l
    @user-dp5dn4rx4l 7 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ሪመይ❤💛

  • @merigalmarye7051
    @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว +2

    ክፈትዎ ኣነስ ለካስ ሙዚቀኛ እዩ ኣብ ኣይዶልየ ዝፈልጦ 💓

  • @liliasmelash7406
    @liliasmelash7406 3 ปีที่แล้ว +7

    ምሰጌ መጀመርያ እንኳዕ እግዛብሄር መሓረካ
    ካብኡ ድማ ብናይ ባዕልኻ ከዓ ምፀና

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      @Lili Asmelash ሰብስክራይቅ ግበርለይ ህያበይ

  • @sembel0948
    @sembel0948 3 ปีที่แล้ว +1

    Nmsgna da hatsiru kalemeteyk bitte1:50 wet bkifal gberuwa msgna ko bzihu gtimi zema serihu.

  • @Eritrea01
    @Eritrea01 ปีที่แล้ว +9

    ኤርትራዊ ኬንካ ምፍጣር ብጣዕሚ እዩ ዘኹርዕ፡ትግራዋይ ኣብ ኤርትራ ዝዓበየ ተተባሂሉ ዳርጋ ገነት በጺሑ ዝመጸ እዩ ዝቁጸር፡ቅድሚ ዜና ምጅማሩ ኤርትራ ዝነበረ ልዕሊ ማንም ክትድመጸሉ ይደሊ፡ፍቅሪ ዕውር ኣሚነ ዝብል ናቱ ኣይኮነን እሱ ከይተወልደ ዝተሰርሓ እዩ ዑስማን ዓብደሪሒም ብሂወት ኣሎ፡

    • @samidk788
      @samidk788 ปีที่แล้ว +1

      Ya 👍

    • @merihmesgun4808
      @merihmesgun4808 ปีที่แล้ว +2

      Kabzi kulu hasbati zahabi natkia mes anibibku eritreawi mekaney yehznini

    • @samidk788
      @samidk788 ปีที่แล้ว

      @@merihmesgun4808 ehi zarky kem seb sebat sile zekonu tegaru yekbirom eye gen getmeni zeyman da xebel eretira kelekeka alewo eber

    • @asterfessahye4602
      @asterfessahye4602 ปีที่แล้ว +2

      እዚኦም ሓሶት አመል ኮይንዎም እዩ

    • @gugttyyrfg8549
      @gugttyyrfg8549 ปีที่แล้ว +2

      ኣምሺ ወዲ ኣመንዝራ ኣብ ዝተወለደ ይወለድ ኣብ ዝተፈጠረ ይፈጠር ትግራዋይ ሕሙም እዩ ብትግራዋይነቱን ብመንነቱን ኣይወዳደርን።

  • @HamunayStudio
    @HamunayStudio ปีที่แล้ว +1

    ታይ ማለት እዩ ጥበብ ጸዊዓቶ

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb ปีที่แล้ว

    Missing kem simba temesgin tiray libona tigray ezi eyu.Tihibenelu Kea.

  • @realityishealthy.5850
    @realityishealthy.5850 ปีที่แล้ว +1

    Asmarino

  • @swswots6782
    @swswots6782 ปีที่แล้ว +3

    ምስግና ከቢድ ሰብ❤❤

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 ปีที่แล้ว

      😂😂😂 ብትግርኛ ከቢድ ሰብ ኣይበሃልን ኢዩ።ረዚን ሰብ ወይ ዓቢ ሰብ ኢዩ ዝበሃል ተኣረመላ።

    • @swswots6782
      @swswots6782 ปีที่แล้ว +1

      @@semharkahsay1946 እሺ መዓረይ❤ ምስግና ረዚን ሰብ ☺️ ግን ታይ ኮይኑ ከምኡ ለይበሃል ትግርኛ የኾነይ ድዩ😁

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 ปีที่แล้ว +1

      @@swswots6782 ትግረኛ ኢዩ ።ግን ንጸዋግ ፍሕሽው ዘይኮነ ቀልጢፉ ፍሽኽ ዘይብል ሰብ ወይ ከኣ ቀልጢፉ ናብ ሰባት ዘይሕወስ ሰብ ኢኻ ከቢድ ትብሎ።

    • @BiniyamWeldu
      @BiniyamWeldu ปีที่แล้ว

      @@swswots6782 natik Afrika qanqa eyu zbehal tigrna aykonen 😂😂😂😂😂😂

  • @Afewerki-di9md
    @Afewerki-di9md 6 หลายเดือนก่อน

    Msgna bluts Artist

  • @jimibeyan-io7sp
    @jimibeyan-io7sp ปีที่แล้ว +4

    Please aytgageyu fqri ewur amine nay kbur snetbeba osman abdurehim nay ertra eya...

    • @dawitmebrahtom3680
      @dawitmebrahtom3680 ปีที่แล้ว

      ብልክዕ ዋላ እታ ዜማ እታ ጋዜጠኛ ክደርፋ ክላ ንሳ እያ።

    • @Helena-gs7ry
      @Helena-gs7ry ปีที่แล้ว

      Ewe nsa wn kemey elka degimkaya ekaya elato xbuk gerka smaya

  • @gmailmail392
    @gmailmail392 ปีที่แล้ว

    ምስግና ንፉዕ ገጣማይን ዘያማይን ሰብዩ።ንዓይ ውን መተዓብይተይ እዩ።ፍቕሪ ዑዉር ኣሚነ ዝብል ደርፊ ግን ናይ ኣቦና ዑስማን ዓብደልራሒም እዩ።ጽቡቕ ጌርካ ውን ትፈልጦን ኣነን ንስኻን ብህጻውንትና እናዜምናዮ ዝዓበናን ነባሪ ደርፊዩ።ስለዚ ዘይናትካ ምውሳድን ምድላይን ብፍላይ ኣብ ትግራይ ልምድን ባህልን እናኾነ ይመጽእ ኣሎ።ኤርትራውያን በዝን ወዲ ከምዝን ኢና ንዕቕ ነብለኩም።ስለዚ ስርቂ ግደፉ ሓሶት ውን ነውሪ።ስለዚ ሰብ ኣለና ምሳኹም ብውሑዳት ትግራይ ሙሉእ ክንጸልእ ኣይትበሩ።ወጊድ ንሌብነት ነውሪ።

  • @user-ed6hj3xz6o
    @user-ed6hj3xz6o 3 หลายเดือนก่อน

    የዋህ እዩ

  • @gebrehiwtyowhannes88
    @gebrehiwtyowhannes88 2 ปีที่แล้ว

    ብመን ትድረፍ አውር ፍቅሪ ኣሚነ ትበል ገጢምዋ

    • @fetahchekan8796
      @fetahchekan8796 ปีที่แล้ว

      Kem seb alilu u remix geru hamiswa

  • @haymanotabrha7649
    @haymanotabrha7649 ปีที่แล้ว +1

    Btam zmsacel ne cbht gebrgzbher 15:50

  • @nurkahssay689
    @nurkahssay689 ปีที่แล้ว +1

    nay Osman Abdrehim endia....fikri ewer amine.....leba

  • @msgechainz4159
    @msgechainz4159 ปีที่แล้ว +1

    ሞክሼ አንበሳ

  • @tesfyamehari9923
    @tesfyamehari9923 3 ปีที่แล้ว

    Betlfon kenrkabka telfona xehafelay eb geden kedewelalka

  • @jonethebreain2031
    @jonethebreain2031 ปีที่แล้ว

    ካልኣይ ክፋል ኣለዋዶ

  • @alexandertesfahanse1886
    @alexandertesfahanse1886 ปีที่แล้ว

    Ab gizen model zinebera derfi tank so mush

  • @user-uo4zk8sp5e
    @user-uo4zk8sp5e ปีที่แล้ว

    Leke wedi asmera slezhalefo ena derfkum knsemo jemirna ane ygermeni neru.ember derfkum da laleye laleye tgray adey kab mbal entay tbeb alkum. qondafat

  • @shewitaregawi9006
    @shewitaregawi9006 ปีที่แล้ว

    ብሉፅ ሰብ 🥰

  • @SgtgSgtgw
    @SgtgSgtgw 6 หลายเดือนก่อน

    ዛ ወዲ ወዲ ሹቕ እያ

  • @tesfyamehari9923
    @tesfyamehari9923 3 ปีที่แล้ว

    Fekad deu

  • @sembel0948
    @sembel0948 3 ปีที่แล้ว

    Ab msgna adnakot aleni srihu👆😘

  • @shewithabtab2679
    @shewithabtab2679 ปีที่แล้ว

    Keterakbni tkali do

  • @yosiefbrhane7752
    @yosiefbrhane7752 ปีที่แล้ว

    Omg 😂😂😂😢😢

  • @davidotes7764
    @davidotes7764 ปีที่แล้ว

    Misgna fonkea yeakkk

  • @mikiketema4698
    @mikiketema4698 ปีที่แล้ว

    ንፉዕ ገጣማይን ደራፋይን ኢኻ በሓቂ። እዘን ዝፈትውን ድርፍታት ደርፍተን እንበር ገጣሚኤንን ዘያምኤንን መን ምዃኑ ይፈልጥ ኣይነበርኩን። ንጥበብ ብግቡእ ኢኻ ትርዳእ ትመስል ሓወይ። ነዞም ክልተ ኣሕዋት ዝኾና ህዝቢ ድሌታቶም ብዕምቆት ትርዳእ ኢኻ ዝብል ግምት ኣለኒ። ክንደይ ግዜ ኢና ብፖለቲካኛታት እንዳ ተመራሕና ኣብ ደም ክንነብር፧
    ብሰላም ሓቢርና ንነብረሉ ኩነታት ክፍጠር ሰነ-ጥበባውያን ሓግዙና። ብፍላይ ኣብ ክልቲኡ ዶብ ዘለና ህዝቢ ኣብ ኩናት ይኹን ድሕሪ ኩናት ኩሉ ግዜ ኣብ ሽግር ኢና ንነበር ዘለና።
    ኤርትራዊ ዕባይ መረብ

  • @user-ui6ss9ee8p
    @user-ui6ss9ee8p ปีที่แล้ว

    ዋዉ ኣበይ እዩ ተሓቢኡ ኔሩ በጃኹም በፍላይ ትሕትንኡ(ላዝኡ ኻልኦት ኣለው ክልተ ፍረ ኣንጢርና ኢሎም ብትዕቢት ተፈኒጺሖም ዝሞቱ

  • @maekeleasefa-hs7zq
    @maekeleasefa-hs7zq ปีที่แล้ว

    fkri ewur amine dea nay Eritrea music endo aykonen suk elkum halewlew aytbelu fkri ewur fkri amine nay osman abdelrahim eya

    • @fetahchekan8796
      @fetahchekan8796 ปีที่แล้ว

      Alailu u remix gerwa ember nay men mukana zeyfelit seb do alo koynu hamamisu abalashiwa

  • @dove8289
    @dove8289 หลายเดือนก่อน

    ድምፁ ክጽብቕ

  • @user-fh1nb6ym7e
    @user-fh1nb6ym7e 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤👍👍💋💋👍👍👍💋👏🌺🌺🌺🌺🌺

  • @bitowabr8496
    @bitowabr8496 3 ปีที่แล้ว

    Negerat arayakan agalalxakan mesati au des zbl seb. Derfi Tigrinja nay Tigray ab bal Efrem Amare keywedeke tezekro lieli 10 ametat alena bal ezi zefreywo, Ab Eritrea lieli Ab Ethiopia mulue au zsmae nayru, lomi kab 3 werhi nlali ksmae zeykiel derfi zfriu zelewo derefti zehebnukum ante koynom nebskum nkefu. Zemen tibeb ymeles

  • @mymamking8293
    @mymamking8293 ปีที่แล้ว

    አስመራ ዝዓበየ አይመስልንዩ ግን ዘመድ ክበፂሕ ከይዱ ከይከውን ክክክክ

  • @awetmeretaseebne2520
    @awetmeretaseebne2520 ปีที่แล้ว +1

    Abi Eritrea sela ziabya kulu ziflit koynu

    • @ማዕበል
      @ማዕበል ปีที่แล้ว

      ሃለውለው ዝኾንካ ወዲ🤣🤣🤣

  • @gebrehiwtyowhannes88
    @gebrehiwtyowhannes88 2 ปีที่แล้ว

    መን አኡ ዝደርፋ ፍቅሪ አውር ኣሚነ

    • @samidk788
      @samidk788 ปีที่แล้ว +1

      Osman abederheman eretira Song

  • @charliecharlie-cz2id
    @charliecharlie-cz2id ปีที่แล้ว

    Ab asmera ztewelde kkkk beka ata nskum si

  • @mnkjhmnbhg540
    @mnkjhmnbhg540 ปีที่แล้ว +1

    ኤረረተራዉያን ሓሰዳት

    • @kisanetkahsay5129
      @kisanetkahsay5129 ปีที่แล้ว

      Dumu

    • @user-uo4zk8sp5e
      @user-uo4zk8sp5e ปีที่แล้ว

      Qondaf teref dron

    • @Rishan-eu8bh
      @Rishan-eu8bh ปีที่แล้ว

      Aye gedefuba antume tegaruwaye beka hasadate elkumena beka entaye kitrekuBu gene

  • @mussiezereay6188
    @mussiezereay6188 ปีที่แล้ว

    ግን ምስ ይቕርታ ወይ ዝጨረመ ወይ ዝቐሓመ ኮይኑ ተሰሚዕኒ ወይስ አዘራርብኡ ከምኡ እዩ::

    • @madeintigraitube1197
      @madeintigraitube1197 ปีที่แล้ว +1

      ከምኡ እዩ ኣነጋግርኡ ምስጌ

    • @user-ik7vx5hb1w
      @user-ik7vx5hb1w ปีที่แล้ว +1

      ተፈጥሮ ክከውን ይክእል እዩ ኣብ ኩሉ ደረቅ እዩ😢

    • @user-on3uj6jk1j
      @user-on3uj6jk1j ปีที่แล้ว

      ​@@user-ik7vx5hb1w 😂😂😂😂😂😂😂ድረቅ ወድ ኣነስ ታፍረሐን ትርርር ድበለ ዩኡ😮😮😮😅😊

    • @user-on3uj6jk1j
      @user-on3uj6jk1j ปีที่แล้ว

      @@merigalmarye7051 ገብረ

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      @@user-on3uj6jk1j እታ ናይደወል ምልክት All ግበርያ ህያበይ ኣይመፀንን💓💓💓💓

  • @asmerashikor6640
    @asmerashikor6640 ปีที่แล้ว +3

    ትግራይ ቆዳር ተወሊዱ ዝዓበየ ዳኣ እንታይ ክደርፍ ብዓጋመኛ ላውዚ ካውዚ ሓፊቐ ክሽዕመኪ ክብል ክክክክክክ ብዝኾነ ንፉዕ ደራሲ እዩ
    ውዕጊን ካኣ ተማሃሩ

    • @user-hb7gg2cy3n
      @user-hb7gg2cy3n ปีที่แล้ว +2

      ጊስ ጋሓፍ በጃ ዓጋመ ተገልበጥ🤧🤐

    • @mickeyshire8035
      @mickeyshire8035 ปีที่แล้ว

      ድርባይ ጋሓፍ ተርጋዊ

    • @asmerashikor6640
      @asmerashikor6640 ปีที่แล้ว

      @@mickeyshire8035 ኣታ ቆማል ለማኒ ደቂ ሽረ ዶሞ ክነግረካ

    • @ማዕበል
      @ማዕበል ปีที่แล้ว

      ዝገርመኒ ግን ትግርኛ ምዝራብካ😁
      ገዛ ዓፂኻ ናይ ትግራይ ደርፊ ትሰምዕ ምዃንካ እዩ😁መሕሰቢኻ ዜሮ 🤥🤣

    • @asmerashikor6640
      @asmerashikor6640 ปีที่แล้ว

      @@ማዕበል ትግራይ ዶ ትግርኛ ትዛረብያ ቆንዳፍ "ዓጋመኛ" ይብሃልላውዚ ኸዚ ለለለለ እቲ ሓሪፍ ዝብሃል ኣብ ትግራይ ኤርትራ ዝዓበየ እዩ ትግርኝኡ ካኣ ንፁር እዩ
      እስከ ን ትምኒት ወይ መሃሌት ወይ ራሄል ኢንተርቪው ዝገበረኦ ስምዕዮ ጋዕጋዕዓጋመኛ ምስ ኣምሓርኛ ሕውስውስ ዝበለ እዩ እቶም ኣወዳት ዋጦት ካኣ ዝገደዱ
      ደርፊ ሙዚቃ ግን ናይ ዝኾነ ይሰምዕ እየ ስለ ዘይጸልኦ ብፍላይ ንጉሱ ኣባዲ ካብ ኣወዳት ካብ ኣዋልድ ካኣ ሸዊት መሃሌት ትምቢት ሓጥያት ውን የብሉን

  • @seareasgodom7010
    @seareasgodom7010 ปีที่แล้ว +1

    ክክክክክክ ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ ዝዓበየ ክክክ ይገርም ተኣሕዙኑ ኣብ ኣስመራ ዝዓበየ ክምዚ ዓይነት ትግርኛ ኣይዛረብን ኢዩ ምናልባት ልምዲ ክገብር ይክእል ኢዩ ሓደ ሓደ እዚ ግን ላህጁኡ ዓጋምኛ ኢዩ ኣስመራ ክውለደላ ኣይኮነን ሪኢዋ ውን ኣይፈልጥን ኢዩ ኣብቲ ከባቢ ዶብ ኤርትራ ውን ዝዓበየ ኣይመስልን ኢዩ ሓሶትኩም ከም ውርሻ እንድዩ እንታይ ዳኣ ራዛ ናይ ኣባአ ሓዛ ኢዩ ነገሩ::

    • @ilove_you_ereyyyyy1997
      @ilove_you_ereyyyyy1997 ปีที่แล้ว +1

      እንታይ ዓይነት ዱንቁርና እዩ ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ ወላ ይዕበ እምበር ኣብ ትግራይ መጽዩ ቶታል ንላሃጃ ከባቢቡ ክመስል ይኽእል እዩ መኽንያቱ ማዓልታዊ ሂወቱ ዝሰምዖ ላሃጃ ስለ ዝኾነ እዚ ናትካ ጹሑፍ ዘይቁኑዕ ፍርዲ እዩ ኣስተውዕል ንቕድም።
      ዳሓር ካኣ ፍሉይ ላሃጃ እኮ የብሉን ዳርጋ ናይ ኣስመራን ናይ መቀለን ላሃጃ እዩ ዞሎዎ

    • @ArsuMan-sz7uk
      @ArsuMan-sz7uk ปีที่แล้ว

      ጥፋእ እስኪ እንታይ ክገብረሉ ናይ ኣስመራ ናይ ኣደ ኣቦኡ ዘይዛረብ ባራዩ ተከወሉልና ስኪ ናብዚ ናትና ኣይትምጽኡ

    • @user-hz4bi6bc4g
      @user-hz4bi6bc4g ปีที่แล้ว

      ዲቃላ ትግርኛ እኮ ናይ ትግራይ እዩ ፅግዕተኛ ምሰሊ ንበር ከም ድላዩ ይጠቀም ኩሉ ናቱ እዩ

    • @alefumekele3184
      @alefumekele3184 ปีที่แล้ว

      ስማዕንዶ ልዕሊ ዓሰርተ ዓመት ተቀሚጥካ ላህጃ ሓደ ከባቢ ምክአል ብርቂ አብየት ኤርጥራን😂😂😂

    • @tekeatekle7559
      @tekeatekle7559 ปีที่แล้ว

      Almost above 20 years lived in Adis

  • @adikeyh7770
    @adikeyh7770 ปีที่แล้ว

    እዋይ ሓሶት ኣስመራ ዝዓበየስ ከምዚ ናይ ትግራይ ቋንቋ ይዛረብ ኢዩ'ምበኣር