2ይ ክፋል - ቀዛሕታ ፖድካስት - ኣምባሳደር ፍስሃ ኣስገዶም - Kezahta Podcast - Ambassador Fisseha Asgedom

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ค. 2024
  • © Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    00:00 - መእተዊ
    01:02 - ምጭዋይ ቃለመሕተት
    15:46 - ደረጃ ትምህርቲ ማእረግን
    25:22 - ሽልማት UNን ኩራ መንግስቲ ኢትዮጲያ
    34:17 - ሃፍታምን ወናኒ ቅርሺ ህወሓትን
    1:02:29 - ግዱብ ዝኾነ ድልየት
    1:10:19 - ህራስ ዝኸልኦም ነገር
    1:14:15 - ንህዝቢ ትግራይ ዝበደልዎ
    1:31:33 - ክረኽብዎ ዝደልዩ ዝነበሩ ግን ዘይረኸቡዎ
    1:45:42 - ኢትዮጲያን ትግራይን
    2:20:12 - መዛዘሚ
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 150

  • @ThThTh40
    @ThThTh40 5 หลายเดือนก่อน

    ጅግና አቦና አምባሳደር ወዲ ትግራይ. ነዊህ እድመን ጥእናን ይሀበልና.

  • @surafelmesfin2237
    @surafelmesfin2237 5 หลายเดือนก่อน +8

    ኣምባሳደር ቅኑዕ ፈታዊ ህዝቦም ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም
    ❤❤❤❤❤❤

  • @EsternMedia190
    @EsternMedia190 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤So humble, honest, mature and innocent person--extremely open and genuine interview 🎉🎉🎉
    Big Respect!🙏🏽🙏🏽🙏🏽your excellency Mr. Ambassador!!!

  • @rigbeamare1971
    @rigbeamare1971 5 หลายเดือนก่อน

    Wish dear Ambassador Fiseha Asgedom long live & healthy. Thanks Kezahta.

  • @meskilweldu7679
    @meskilweldu7679 5 หลายเดือนก่อน

    ጀግና አቦና እድመን ጥእናን ይሃቡኩም ደሰ ዝብል ዝርርብ

  • @conjuconju3439
    @conjuconju3439 5 หลายเดือนก่อน +6

    ብጣዕሚመሳጢ ሂወት ታሪኽ ክቡር ኣምሳደር ክቡር ወዲ ክቡራት ቀፃሊ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ምስ ሙሉእ ስድራቤት

  • @sophiaali3933
    @sophiaali3933 5 หลายเดือนก่อน +7

    ኣዚዩ ኣዚዩ ብጣዕሚ ፅቡቕን ውቁብን መምሃራይ ፃኒሒት ነይሩ ክቡር ኣምባሳደር ፍሳሃ ኣስገዶም ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይምነየልኻ ሕዚ ዝሃዝካዮ ገርዓልታ እንስቲትሹን ድማ ዘለካ ክእለትን ፍልጠትን ንረብሃ ሕዝቢ ትግራይ ንምውዓል ምስ ኹሎም ብፆትካ ሰናይን ብርሁን ንክኾነልኩም ካብ ልቢ ይምነ

  • @abebaviard60
    @abebaviard60 5 หลายเดือนก่อน +3

    👍👍👍❤❤❤እግዚአብሔር ሙልእ ሰላም የሐበና🙏🙏

  • @selamdelina2568
    @selamdelina2568 5 หลายเดือนก่อน +1

    The most honest person
    Thanks

  • @weditigray8621
    @weditigray8621 5 หลายเดือนก่อน +1

    The top tigrean ambassador you are my hero

  • @brhanbrhan7225
    @brhanbrhan7225 5 หลายเดือนก่อน +19

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቃለ ምሕትት 🙏ኣባሳደር ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም!!ትሕትና መሊኡ ፍስሱ 🙏

  • @nigistibayna2016
    @nigistibayna2016 5 หลายเดือนก่อน +5

    ክቡር አባሳደር ፍስሃ ጥዕም ናይ ሂወት ታሪኮም ስሚእና ደስኢሉና ንምኖዯ ዝነበርኩ 💕💕💕💕💕♥️♥️♥️💕💕♥️♥️♥️♥️💕💕♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️💕💕💕🙏🙏

  • @astersweet2643
    @astersweet2643 5 หลายเดือนก่อน

    ብጣእሚ ደስ ዝብል ታሪክ ምስ ጀግንነት እድመን ጥእናን ንምነየልኩም 🙏

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns6757 5 หลายเดือนก่อน +9

    ኣምባሳደር ፍሳሃ ኣስገዶም ኣብ ሱዳን ኢየ ዝፈልጦ።ብጣዕሚ ትሑት ቁምነገረኛን መስተውዓሊን ኢዩ ነይሩ።ፍሳሃ ሓፂር እናበልና ንፅዉዖ ነይርና።

  • @goitomabebe1872
    @goitomabebe1872 5 หลายเดือนก่อน +2

    ዕድመን ጥዕናን ይመነየልካ ኣምባሳደር :: ሃገረ ትግራይ ድማ ናይግድን እዩ ::

  • @Gyoutubeme
    @Gyoutubeme 5 หลายเดือนก่อน +4

    Wow!Heart touching life history Thank you Ambassador ❤

  • @kibreabesey9582
    @kibreabesey9582 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ትክክል እዩ!! አብ ሕብረተሰብና ሕማቅ ዝተአታተወ ንመምህር አብ ክንዲ ብሽሙ መምህር ብቅድሚት እናመጸ ንዓይውን አብዚ ዘለኹዎ ንመምህረይ መምህር እናበልኩ ክጽውዖ ምስ አዘውተርኩ ንበይነይ ጸዊዑ መጠንቀቅታ ሂቡኒ ንሽመይ አዝየ እየ ዝፈትዎ ስለዚ ብሽመይ ጸውዓኒ ተባሂለ❤❤❤

  • @mulugetafikadu3464
    @mulugetafikadu3464 5 หลายเดือนก่อน +2

    What an interesting program! Great work Bereket !

  • @user-zk8jw2ft2l
    @user-zk8jw2ft2l 5 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ብተመስጦ ሰሚዐኩም ኣምባሳደር ይበል ዘብል ኣገላልፃን። ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ብርቒ ትግራዋይ ❤❤❤❤

  • @abrehaabreha1222
    @abrehaabreha1222 5 หลายเดือนก่อน +3

    Ambassador Fesseha, I thank you for your service, honesty, and fluid interview.

  • @davidDavid-kn2dq
    @davidDavid-kn2dq 5 หลายเดือนก่อน +2

    Ambassador Fiseha is the most honest person that I ever heard from Tigrigna speaking people thank you so much

  • @hiwotberane1375
    @hiwotberane1375 5 หลายเดือนก่อน +2

    ክቡር አያና አፍቲ ሕማቅ ጊዜ ክንደይሞ ዘይፅዓርካ ንበረልና ክበረልና ጀግና ወድህዝቢ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @medhingebreyesus2578
    @medhingebreyesus2578 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤ ጅግና ኣቦና ክበረልና ንበረልና ተጋሩ ጅግናና ምንኣስን ምፅራፍን እንበር ክብሪ ክንህብ ዓወብ ዝኮነና ፉጡራት ኢና ከም ፍልም እየ ተመስጠ ሪእዮ

  • @user-tz7if6zl9g
    @user-tz7if6zl9g 5 หลายเดือนก่อน +3

    We appreciate and thank you so much for your service and sacrifices his life. Long live for Ambassador Fisha Asgedom

  • @tirhaskiros3966
    @tirhaskiros3966 5 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ጀግንነት እድመን ጥዒናይ አቦናን በረከትን ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @tirhaswelu
    @tirhaswelu 5 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you for the express ambassador🙏❤️‍🔥⛱️

  • @user-so8di6wn5t
    @user-so8di6wn5t 5 หลายเดือนก่อน +2

    ደሰባሃሊ ቅኑዕ ኣይኮነን ደስ ዝብል ኢዩ ብዝብል ይታኣረም

  • @asefagerie8506
    @asefagerie8506 5 หลายเดือนก่อน +1

    አምባሰደር ፍሰሃ ኣሰገዶም ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪💪

  • @user-qw8ee1bu7h
    @user-qw8ee1bu7h 5 หลายเดือนก่อน +1

    Just watching a great movie. What a wonderful person to listen to God bless!

  • @tsigefeseha5178
    @tsigefeseha5178 5 หลายเดือนก่อน +1

    Kbur ayana Ambasader Fisha Asgedom btaami rhuru ena mesteweali bshm hizbi tigray udmen tienan yehabom yekeniyelna!!!

  • @hagoshailu-jl9jd
    @hagoshailu-jl9jd 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣምባሳደር ፍስሃ ለይዛነፉ መግለፂ (መርኣያ )ትግራዋይ ዝኾኑ ከምስሞምን ዕድመኦምን ናይብሓቂ ዓብይ ዋልታ ህዝቢ ትግራይ እዮም ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ።

  • @alphastate2
    @alphastate2 5 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ የቐንየልና። ኣቱም ፃሓፍቲ እዚ ናይ ጅግና ኣያናን ከምዚ ዝበሉ ብጣዕሚ ክባር ዋጋ ዝኸፈሉ ሙቅርን ዝገርምን ታራኽ ፅሒፍኩም ንዝመፅእ ትውልዲ ይቀመጥ።

  • @samsontadesse9179
    @samsontadesse9179 5 หลายเดือนก่อน

    Very interesting discussion one-to-one I appreciate both of you. I have some questions awaiting the next discussion.

  • @ChristianityUnderAttack
    @ChristianityUnderAttack 5 หลายเดือนก่อน +8

    Always pleasure to ayana ambassador Fisha, living legend.

  • @amarebelachew1413
    @amarebelachew1413 5 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ዝደልዩና እንተኮይኖሞ እስቲ ቐዳምነት ፍትሒ ንክንረክብ ኩሎም አብጎንኑ ጠጠው ይብሉ

  • @lauradavidson3630
    @lauradavidson3630 5 หลายเดือนก่อน

    Wow God bless you Ambasdor

  • @kiroswalker7444
    @kiroswalker7444 5 หลายเดือนก่อน +1

    Loved it. My hero , glad to hear your story. 👏🏾👏🏾👏🏾

  • @tedgebregzi3832
    @tedgebregzi3832 3 หลายเดือนก่อน

    It is a good lesson.

  • @MG-su4nh
    @MG-su4nh 5 หลายเดือนก่อน +1

    Wow gize weside eye adamixeyo❤

  • @aregaiw
    @aregaiw 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዘስደምም ጀግንነትን ታሪኽን!!
    ኣነ ንኣምባሳደር ፍስሃ ዝፈልጦ ብ ኣንደበቱ ፍልጠቱን ተሞክሩኡን ዩ ነይሩ።
    ሕዚ ግን ዘይፈልጦ ዕድመ ዘመን ጅግንነታዊ ታሪኹ ክሰምዕ ከለኹ ብጣዕሚ ኣስደሚሙኒ።
    በረኸት እዚ ተሓቢኡ ዝነበረ ኣብነታውን መምሀራይን ዝኾነ ጀግንነታዊ ታሪኽ ብምቕራብካ ከየድነቕኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን። ብተመሳሳሊ ዘይተነገረሎም ብሂወት ዘለውን ዘየለውን ተጋደልትን ኣባላትን ጀግንነታዊ ታሪክ ከምትቕጽለሉ ተስፋ ይገብር።
    በረኸት ምስ ብርሃነ ንጉሰ ኮይንኩም ናይ ኣምባሳደር ፍስሃ ታሪኻዊ ጀግንነት ብፊልም መልክ ዕ ክዳሎ ይግባእ ዝብል ርኢቶ ኣለኒ።

  • @tedgebregzi3832
    @tedgebregzi3832 3 หลายเดือนก่อน

    God bless you.

  • @mebrahtuteferi6477
    @mebrahtuteferi6477 5 หลายเดือนก่อน +10

    መዐቀኒ ዶ/ር ፕሮፌሰር ኣይኮነን እትዋና ውፍይን ናይ ህዝቢ ዕልላማ ተሓንጊጥካ ንህዚቢ ምግልጋል'ዩ ኣምባሳደር ዕድሜኻ ሙሉእ ንዝገብርካዮ ህዝባዊ ስራሕቲ እዝየ የምስግን ዕድመን ጥዕናን እምነ ክብረት ይሃብለይ

  • @Bahgi_
    @Bahgi_ 5 หลายเดือนก่อน +1

    I enjoyed this show as well.
    Ambassador Fiseha Asgedom has shared us his experience, beautifully.
    Thank you both!

  • @pj6930
    @pj6930 5 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ናኣምባሳደር ተሞክሮ ሂወቶም ብዝሓት ናሎሚ ትውልዲ ጠቓሚ እዩ እለ እየ ልሓስብ።ባዓል መትከል ኣቦ❤

  • @fisehawelu2102
    @fisehawelu2102 5 หลายเดือนก่อน

    Great Father long live

  • @user-si7wy1hc9l
    @user-si7wy1hc9l 5 หลายเดือนก่อน +4

    Fish thank you.

  • @user-ji3pg2jq2s
    @user-ji3pg2jq2s 5 หลายเดือนก่อน +9

    ጀግና ጀግና ጀግና ወድ ትግራይ አዮም የቐንየልና

  • @user-eq5mb3nu3q
    @user-eq5mb3nu3q 5 หลายเดือนก่อน +1

    ወነ መስነቓይ መምሃይን ቃለመሕትት

  • @Haileslassieabraham
    @Haileslassieabraham 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣምባሳደር ፍሳሃ ጽራይ ስነ-ልቦናን ድፕሎማስያዊን ሓሳብ እዩ እዚ መግለጺ።👍

  • @tedgebregzi3832
    @tedgebregzi3832 3 หลายเดือนก่อน

    I wish you peace in the coming days of your remained life.

  • @pj6930
    @pj6930 5 หลายเดือนก่อน

    ናባሓቂ ተመሲጠ ሰምዐዮ ኸምዚ ዓይነት ኣቦ ደቁ ኸመይ ምዃኖም እየ ልግንዘብ የቐኒየልና አነ ብማዓዶ ናሕዋሓት ገበሪ ሓዳጊ ላበልኩ ይወቕሶም እየ ቱኣመፃፀኦም ናፖሎቲካ ጌጋን መጥፍእናን ተኾነ ፍታዊ ዓድ ምዃኖም ግን ደስስ እሉኒ የቐኒየልና በኬ❤

  • @rutahaile2171
    @rutahaile2171 5 หลายเดือนก่อน

    መግለፂ አልቦ ጀግንነት። ብጣዕሚ ቅንዕ ፣ሓቀኛ ተባዕ ወላዲ። የቐንየልና በረከት ብዙሕ ዘይንፈልጦ ዝነበረ አምባሳደር ፍስሃ ብልክዕ ክንፈልጦ ስለ ዝገበርካ። የቐንየልና አምባሳደር ፍስሃ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንበረልና ዘይተነበበ መዕሓፍ ኢኻ።

  • @arayamekonnen7728
    @arayamekonnen7728 5 หลายเดือนก่อน

    Great !!!

  • @salatugoahsea5881
    @salatugoahsea5881 5 หลายเดือนก่อน +1

    The best and very much interesting interview I had so far

  • @user-dm9mk8mp3r
    @user-dm9mk8mp3r 5 หลายเดือนก่อน

    "ድሕሪ ጽንተት ብኡ ኽንቅጽል ምባል ድንቁርና'ዩ" ክቡር ኣምባሳደር ፍስሃ የቀንየልና ❤

  • @genetmelkam435
    @genetmelkam435 5 หลายเดือนก่อน +1

    Amelak abey edemen teanane yehabekum

  • @Tsehaye-tp9mn
    @Tsehaye-tp9mn 5 หลายเดือนก่อน +3

    አቦና አምባሳደር ብሐቂ ጅግና ትግራዋይ ኢኩም ዘይፅገብ ዛንታ ኢዩ እድመን ጥእናን እግዚአብሔር ይሐብኩም ።🙏❤️💊💊💊

  • @billdebrezion9462
    @billdebrezion9462 5 หลายเดือนก่อน +2

    Very well keep going up
    You doing great 👍

  • @Judicious3
    @Judicious3 5 หลายเดือนก่อน +2

    Bereket, pls invite Dr.Melaku Abraha Mareye. He is the director of Hamlin Fistula Hospital. And please ask him how we can help 🙏

    • @kezahta
      @kezahta  5 หลายเดือนก่อน

      Sure! Soon!

  • @ArtistKMW16
    @ArtistKMW16 5 หลายเดือนก่อน

    ❤💛❤ ትኽክለኛ ወዲ ህዝቢ 💛❤ ብዙሕ ሰሪሑ ኣገልጊሉ መሪሑ ብዙሕ ዘይተዘረበሉ...❤💛❤ ንህወሓት ዕድመልክዑ ኣገልጊሉዋ እንተብቅዕ ብቶም ፀረ ህዝብን ፀረ ትግራይን ዝኾኑ ነቐዛት መራሕቲ ህወሓት ግና ዓስቡን ብፅሒቱን ብዜሮ ኣባዚሖም ብፀሊም መጋረጃ ሸፋፊኖም ጋሪዶም ዘንብሩዎም ዘይተዘረበሎም ዘይተዘመረሎም ጀግና ሰብና...
    ► ትኽክለኛ ወዲ ላሕምና!!

  • @genygen5351
    @genygen5351 5 หลายเดือนก่อน +1

    Edmen Tienan yhabkum 🙏

  • @kibromgoitaom6001
    @kibromgoitaom6001 5 หลายเดือนก่อน

    God bless you Mr. Ambassador

  • @tsigebezabh100
    @tsigebezabh100 5 หลายเดือนก่อน

    interesting thank you ambassador🎉

  • @birhanemebrahten786
    @birhanemebrahten786 5 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ጀግና ኣያና ኢኹም ክብረት ይሃበልና

  • @chxmp1
    @chxmp1 5 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ጅግና ተቃላሳይን ንህዝቢ ትግራይ ጠጠው ዝበሉ ኣያና ኣብቲ ቀውጢ እዋን ተስፋናን ሓቦናን ዝኹኑና ዘይርሳዕ ንኹሉ ግዜ ኣብ ዲያስፖራ ተጋሩ ሕሊና ዕድመን ጥዒናን እግዚአብሔር የሃቦም

  • @almazkassa6246
    @almazkassa6246 5 หลายเดือนก่อน

    አምባሳደር መምህርና ጀግናን እንፈትወካ ህውናን አያናን ኢኻ ምበርልና

  • @elsaleghesse1144
    @elsaleghesse1144 5 หลายเดือนก่อน +2

    Respect 🙏🏼

  • @salatugoahsea5881
    @salatugoahsea5881 5 หลายเดือนก่อน +1

    I wish this story to be published in a book

  • @nigistibayna2016
    @nigistibayna2016 5 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ሃውና ❤️💕💕💕💕💕💕💕💕💕❤️❤️💕💕💕❤️

  • @tesfuleakemariam2023
    @tesfuleakemariam2023 5 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና ታሪክ ምስራህ ኣምበር ምምዝጋብ ሰነፋት ነይርና ህዚ ጽቡቅ ገይርካ ኣምባሳደር።

  • @grsveskindergedu-ek6hc
    @grsveskindergedu-ek6hc 5 หลายเดือนก่อน +1

    Welqayit tsegede and raya are part of amhara period

  • @afeworkw1291
    @afeworkw1291 5 หลายเดือนก่อน +4

    ፍስሃ ኣስገዶም and his family lived in comfortable life in USA but he said he denied stilling money surprising.

    • @tesfuleakemariam2023
      @tesfuleakemariam2023 5 หลายเดือนก่อน

      ዉጻእ ኣይንኻ ትዉጻዕ

    • @Chalamita7448
      @Chalamita7448 5 หลายเดือนก่อน

      @afeworkw1291 እናትህ ትቤ የውሻ ልጅ

  • @mr.yirgag.6132
    @mr.yirgag.6132 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @zelasiekidani7021
    @zelasiekidani7021 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @amarebelachew1413
    @amarebelachew1413 5 หลายเดือนก่อน

    ከምዚኦም ዝመሰሉ ዝመዓጉ ሰባት ብምቕራብኩም ብጣዕሚ የመስግነኩም

  • @tirhaslegesse2499
    @tirhaslegesse2499 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @asefagerie8506
    @asefagerie8506 5 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ትክክል እዬ ። ❤️❤️❤️

  • @berndadesta9679
    @berndadesta9679 5 หลายเดือนก่อน

    ውድባት ትግራይ በይዞኹም ሐደ ዓይነት ዕላማ አለኩም ንምንታይ ትማቃቀሉ ንህዝቢ ትግራይ አይትበታትንዎ አብሐድ ተጠርነፉ ፀገም አትፍጠና በጃኹም

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 5 หลายเดือนก่อน +2

    ህዝባዊነት ተዓጢቅካ ንህዝቢ ውፉይ ኮይንካ ሂወትካ አብ ሓደጋ አእቲካ ኩሉ ሽግርራት ሓሊፍካ ብሂወት ፀኒሕካ ክተዘንትዎ ምብቃዕካ ካብዙይ ዝበለፀ ሃብትን ፀጋን ቅሳኖት የለን እሞ ምሉእ ጥዒና ሂቡ ነዊሕ ዕድመ ንምነ ዉፉይ ወዲ ህዝቢ ንበረልና!!!👌✍️🤝💪✌️👏💖💖💖

  • @fesehaabera3880
    @fesehaabera3880 5 หลายเดือนก่อน

    Kibur abona niberulna

  • @beyenawahid
    @beyenawahid 5 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ የዐርዩ ደሚቕን ኣንፀባሪቒን ታሪኽ ነዊሕ ዘመን ዲፕሎማቲክ ኣገልግሎት: እንታብ ንእስነት አስካብ ዕብየት ዝኸደን ዘሎን ታሪክ ቃልሲ: ከምኡዉን ትሕትና: ወርቂ ኣንደበት ምስ እርኑብ ሓሳብ: ምስ ዘይበለ ፍቕሪ ዓዲ ወዘተ እቲ ምዑዝ ዛንታሰ ' እዋይ ታዓዲሎም" ኣቢሉካስ ዘይሬሳዕን ዘይሃሰሰን "ጦብላሕታ" የሕድረልካ:: ብዛንታ ቃልሲ ስራሕ ህዝባዊ ኣገልግሎት ክቡር ኣምባሳደር ፍስሃ ኣስገዶም ኮሪዐን ተሓቢነሉንለኹ:: ካብ ምቕማጠይ ተሲአ ኢድ ይነሰእ:: የቐንየልና ኽቡር ኣምባሳደር::

  • @milemon123
    @milemon123 5 หลายเดือนก่อน

    Good conversation!
    He’s right , I’ve always been surprised why a person who holds his PhD is called a Doctor 😅
    This is only happening in Habesha.

  • @grsveskindergedu-ek6hc
    @grsveskindergedu-ek6hc 5 หลายเดือนก่อน

    Leader of the leba kmalam ruling ethiopia for 27 years

  • @kdstiataklti-wz3yk
    @kdstiataklti-wz3yk 5 หลายเดือนก่อน

    Respect ma dad 🥰

  • @asefagerie8506
    @asefagerie8506 5 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️👍

  • @user-qw8ee1bu7h
    @user-qw8ee1bu7h 5 หลายเดือนก่อน

    Are there any movie directors out there?

  • @gideonyemane659
    @gideonyemane659 5 หลายเดือนก่อน +1

    Kkkk He tries as he is genius person even by UN standards . I have never heard him talking in English, it might be like Haleka Tsegay english.

  • @davidDavid-kn2dq
    @davidDavid-kn2dq 5 หลายเดือนก่อน +5

    Ambassador Fisha could be the ultimate leader of Tigray Today if TPLF votes honestly

    • @Axum-Tigray
      @Axum-Tigray 5 หลายเดือนก่อน

      i don't think so that Tplf will win if fair and free election held in tigray.
      B/c Tplf get chance before but he failed many times.
      People of tigray is tired of Tplf.

  • @kahsayabraham5685
    @kahsayabraham5685 5 หลายเดือนก่อน

    Taigum alet zeri Sibhat

  • @fitsumabrha6339
    @fitsumabrha6339 5 หลายเดือนก่อน

    Is Podcast #audio or video (#TH-cam )?

    • @kezahta
      @kezahta  5 หลายเดือนก่อน

      We can have it in both platforms. The common one is an audio podcast. Now a days video Podcasts and Vodcasts are widely used.

  • @kahsayabraham5685
    @kahsayabraham5685 5 หลายเดือนก่อน +1

    Gariduni tigrigna diyu? Shefinuni mibal yehfro malet eyu

  • @tedrosberhane6668
    @tedrosberhane6668 5 หลายเดือนก่อน

    Fiseha Dirty Tigrawai Shaebia is your Master and will live on his territory forever. Kedami

  • @teweldehabte2691
    @teweldehabte2691 5 หลายเดือนก่อน

    ቀዛሕታ ! ሰላም ኩቡር ኣዳላዊ ! ኩቡር ሓው ኣነ ኤርትራዊ ወዲ 76 ዓመት ኢየ ዳርጋ ኣብ ከባቢ ኩቡር ኣምበሳደር ፍሳሃ ኣስጎዶም ኢየ።
    ቡዙሕ ሓብስራዊ ነገራትን ንፈልጦም ሰባትን ኣለናሞ ብዝገበሩዎ ቃለመሕትት ከኣ ኣዝየ ኮሪዐ ኢየ። ሕጂ ዝልምነካ ነዞም ኩቡር ኣምበሳደር ክረኽበሉ / ብስልኪ ይኹም ብ E-mail እስኪ ተወኮሶም ኡሞ ይርከቡኒ። ዘለኹዎ ሃገር ፊንላንድ ኢዩ።

  • @kahsayabraham5685
    @kahsayabraham5685 5 หลายเดือนก่อน +1

    1.5 firqi nai Tegaru genzib zibelu aryosat sebat eyom . Sebeytu kesusa $7.5 million eya ziwereset seytan seb

  • @yohansgebremeskel6666
    @yohansgebremeskel6666 5 หลายเดือนก่อน

    Who is the Ethiopia where are you at that time where are you right now please meke sense the problem you like you

  • @yohanesbelay8880
    @yohanesbelay8880 5 หลายเดือนก่อน

    በሀቂ ወፉይ ህዝቡን አዱን ፈታዊ የቅንየልና አምባሳደር ዋላ 50 ሰዓት ተልሰመአካ አይመሰልቸኩን

  • @user-tz7if6zl9g
    @user-tz7if6zl9g 5 หลายเดือนก่อน

    In United States 🇺🇸 Most congressmen ,Senators , Governors, Presidents don’t have PHD , however, We see a best leaders and politicians in United States. Education is key and essential. If you have educated people you have a huge advantage to get a best leaders and diploma. No doubt about that .In United States Most American ppl judge or vote by your truck records ,wisdom,judgment , good speaker ,integrity , discipline,experience and knowledge .

    • @user-tz7if6zl9g
      @user-tz7if6zl9g 5 หลายเดือนก่อน

      How we are lucky We have a best diplomat and fighter like Ambassador Fisha . Ambassador a big role model for new Tigray generation his integrity, patience, strength, commitment, knowledge, diplomacy,wisdom, leadership and caring for his own Tigray people. We thank you so much for his services and sacrifices. God bless and protect our hero Ambassador Fisha . Long live our hero Ambassador Fisha Asgedom. Because of you Tigray survive from genocidal war! Thanks 🙏

  • @grsveskindergedu-ek6hc
    @grsveskindergedu-ek6hc 5 หลายเดือนก่อน

    People from tigray morning their tigrayan on the afternoon they are ethiopian the next day is their tigrayan vise versa

  • @kahsayabraham5685
    @kahsayabraham5685 5 หลายเดือนก่อน

    It doesn’t matter if someone has a ph.D is philosophy, education, biology, maths, or any other discipline. If a person has obtained a doctorate degree, they’re a doctors-even if they don’t see patients

  • @tekicha4171
    @tekicha4171 5 หลายเดือนก่อน

    ምትእምማን ለይነበረሉ ምኽንያት ማተስአ ,, ቲድኤ , ትግራይ ኮሚኒቲ ,ቤተክርስትያንውን. ነፃ ዘይኾነ ብውድብ ፓለቲካ ኣባላትን አመራርሓ ምንባሩን ሎሚውን ሊቕፅል ዘሎ ምኻኑ እዩ ፀገሙ ::