ፃንሒት ምስ ተጋዳላይ ሸዊት ቢተው ( shewit bitew ):- መጠን መስዋእትነትና ... part one

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 15 พ.ย. 2022
  • ጉዳይ ዘተ ሰላም
    #hagere_tigray, #dedebit_media, #microphone_media, #dasna_extra, #mereja_today, #tigray_tv_amharic, #rufta, #ebc, #fana_tv, #tigray_tv_news_today, #tigray_media_house, #tmh_tv, #eskndr_nega, #Tigray, #ወቅታዊጉዳዮች, #kramat, #tigray, #tigraynews, #tigray_tv, #tigraymusic, #tigrayconflict, #tigrai, #tigrai_tv, #tigrai, #tigraionline, #tigraimediahouse, #tigrai_media_house, #tigraitv, #tigraivoice, #ethiopia, #ethiopian, #ethiopianews, #ethiopiannews, #ethiopianmusic, #ethiopianbroadcastingcorporation, #ethio, #ethioforum, #ethio360, #eritrea #eritrean, #eritreanmusic, #eritreanews, #eritreancomedy, #eritreannews, #eritreanmovie, #zena_tigrigna, #zenatigrigna, #zenatube, #tigrigna, #tigrigna_music, #tigrignamusic, #tigrignacomedy, #tigrignamusic2019, #tmh, #tdf, #ola #dw, #kokebmedia, #ebc, #ebstv, #ebs. #zehabeshaofficial, #ትግራይ,
    #EBC, #DEDEBIT, #TIG, #WALTA, #FANA, #MEREJA, #ETHIO FORUM, #ESAT, #TMH, #TPM, #ADWA, #TIGRAY, #ETHIOPIA, #AXUMAWYAN, #AXUMITE, #ATRANOS, #OMEGA, #OMN, #OBS, #OBN, #ASENA, #ERI, #EOTC, #HARA, #EBS, #tigray, #tdf ,#trending ,#TIGRAYNEWS, #TDF, #AMHARICNEWS, #ETHIOPIANNEWS, #TIGRNGANEWS, #WBO, #OLA, #OLF, #TMH, #TIGRAYTV, #ETHIOPIANMOVIE, #GEREEMUN, #TIGRNGAMUSIC, #DIMTSIWEYANE, #DEDEBITMEDIA, #ኣዳኙካሜራ, #Habesha, #Ethio_Forum, #ኢትዮ_ፎረም, #tmh_tigray_media_house, #KyanaEntertainment, #sebleentertainment, #Merkebbonitua, #kokebmediaኮኾብሚዲያ, #MicrophoneMedia, #Jstudio, #BANAINFOTAINMENT, #LihamMelody, #ESATtv, #EthiopiaአዳኙካሜራAdagnuCamera, #SEMAYENT, #‎Hopemusicethiopia, #EthioInfo, #‎Omn, #NeshneshTv, #Raiena, #‎TEFETAWITALKSHOW, #HabeshaBroadcast, #TMH, #merkebbonitua, #hopemusicethiopia, #ethiopiannews, #tigrainews , #eritrea, #eritrean, #Assena, #ATVasena , #EthiopianslnSaudiArabia, #kramat, #EthiopianNationalDialogue, #Ethiopiaprevails, #Sergegna, #Wegoch, #GEBEYANU, #Debretsion, #Gebremichael, #AbiyAhmedAli, #OlusegunObasanjo, #JoeBiden, #UAE, #USAID, #Eskinder, #Nega, #Ethio pianPolitics, #EthiopianDagDaylogue, #GERD, #Xne , #7LN, #አባይ #ግድብ, #የአማራልዩሃይል, #ነጭሀውስ, #ሶማሌፋሚን ,#ፋኖ, #ENDF, #አፋር, #ሶማሌ , #ኤርትራ , #ወልወጋ, #ቶክሾው , #ኢትዮጵያውያንሙስሊሞች ,#Ethiopian #Orthodox, #ኢሳያስ #አፈወርቂ, #ሻይ #ቡና , #የኢትዮጵያፖለቲካ , #እናትፓርቲ , #የብልፅግናፓርቲ , #የነፃነትእናየእኩልነትፓርቲ, #የኢትዮጵያዜጎችለማህበራዊፍትህ, #Ethiopian, #SolomonShumiye, #ZehabeshaOfficial, #ETV, #FanaTV, #ArtTVWorld, #ZehabeshaOfficial , #EBC, #ጌታቸውረዳ , #ኦላ, #አቤልብርሃኑ, #ወይዘሮ, #ባልደራስ, #ብርቱካን, #ሚደቅሳ, #አሚናመሀመድ, #የተባበሩትመንግስታት, #UNSC , #Ethiopia, #asharamedia , #mido, #fetaDaileynews , #tigraynews, #tigrai_tv, #tmhtigraymediahouse, #tigray_media_house, #tigray_tv, #tigray_music ,#hagere_tigray, #tigray_news, #tigray_music_2022, #dw_tv_tigray, #tmhtigraymediahousenewstoday, #tigray_war, #tigraymusic_2021, #tigraymediahousetoday, #tigrayvoice, #tigraytvnewstoday, #tmhtigraymediahousetoday, #tigray_song, #tigray_tiktok, #tmh_tv_tigray, #tmhtigraymediahouselive, #cyberpower_of_tigray, #microphone_media_tigray, #dw_tigray_tv, #tigray_news_today, #dimtsi_weyane, #tigray_tv, #tigray_media, #tdf_tigray, #tigray_comedy, #tigray_music_new, #tigray_online, #newtigraymusic2022 , #zena_tigrigna , #menfesawi_film, #tigrigna_orthodox , #ethiopian_music_tigrigna, #tigrigna_mezmur_orthodox, #voa_tigrigna, #kbzena_tigrigna, #tigrigna_classical , #music_collection, #tigrigna, #ethiopian_tigrigna_music , #xelot_orthodox_tigrigna, #fidelat_tigrigna, #newtigrignamusic2022thisweek, #guayla_tigrigna, #tigrigna_alphabets, #tigrigna_mezmur_protestant, #orthodox_film_tigrigna, #jesus_film_tigrigna , #tselot_tigrigna, #happybirthdaysongtigrigna, #mexhaf_kidus_tigrigna, #jesus_tigrigna_movie, #music_tigrigna, #bible_tigrigna, #mezmur_tigrigna, #orthodox_eritrea, #pope_shenouda_tigrigna , #bibleaudio_tigrigna, #tigrigna_bible_audio , #bible_tigrigna_audio, #tigrigna_music, #shrektigrignafullmovie, #mezmurorthodoxethiopia, #ethiopianews, #gmntvethiopia
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 647

  • @zenebeshneby9485
    @zenebeshneby9485 ปีที่แล้ว +24

    ሰይ ጅግና ወዲ ትግራይ እግዚኣብሄር ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣሜን 💛❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲💐💐💐

  • @ahatimaattigray1036
    @ahatimaattigray1036 ปีที่แล้ว +49

    "ብፆተይን ኣነን ንፓርቲ ዘይኮነስ ንህዝብና ኢና ተጋዲልና" 👏🏾
    ጅግና ተጋዳላይ ሸዊት ቢተው ብብፆትካን ብኣኻን ዝያዳ ንኾርዐልኩምን ንፈትወኩምን እና: ኣጆኹም ቃልስና ኣይተወደአን ኣብ ጎንኹም እውን ኣለና❤️❤️
    1. ብመሰረት ሕገመንግስቲ ፀላኢ ካብ መሬት ይውፃእ ዝብል መስዋእትና ዝቕንስን ፈላማይ ዕላማ ቃልስናን ክኸውን ይግባእ:: ዓላማ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ግና ሕ/መንግስቲ ብምምላስ ሕጊ ብዝፈቕዶ ኣገባብ ተጠቒምካ ሃገረ ትግራይ ምምስራት ጥራሕ ክኸውን ይግባእ!
    2. ህዝባዊ ቃልሲ ብምኳኑ መሰረት: ልዕሊ ዝኾነ እዋን ኣብዛ እዋን ቃልሲ እዚኣ ብውድብ ይኹን ብዝኾነ ፓርቲ ወይ መንግስቲ ክፍፀም ዝኽእሉ ስሕተት ክሳርኡ ዘመን ዝሻገር ምኳኑ ፈሊጡ: ንዝውሰኑ ውሳነታት ህዝቢ ሙሉእ ተሳትፎን ሓላፍነትን ክወስድ ይግባእ::
    3. ፖለቲካዊ ይኹን ዲፕሎማስያዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ እውን እንተኾነ ልክዕ ከምቱ ብረታዊ ቃልስና ንኹሉ ዘሳተፈ እንትኸውን ጥራሕ እዩ ዕውት ክኸውን ዝኽእል:: ኣንፈት ቃልሲ ይኹን ዕድል መፃኢት ትግራይ ንምውሳን ናይ ሕድ ሕድ ትግራዋይ ድምፂ ወይ ድማ ናይቱ ዝውክሎ ውድብ ውሳነ ኣድላይ እዩ:: ኢሂንሚሂን ድማ የድሊ!
    4. ኣብዚ ዘለናሉ ምዕራፍ ዝግበሩ ዘለው ብረታዊ ይኹኑ ፖለቲካዊ ቃልስታት ኩሎም ንህዝብና ዘላቒ መፍትሒ ዝህቡን ንረብሓ መፃኢት ትግራይ መሰረት ዘንብሩን ክኾኑ ይግባእ:: ግዜ ከይከደና ካብ ህልኽን "ኣይበልናንዶ" ወፂእና ሓድነትና ኣስጢምና ንቃለስ:: ሓድነትና ንኻልኦት ዘይርድኦም ንዓና ድማ ልዕሊ ዝኾነ ዓይነት ሓይልን ምሽጥር ዓወትናን እዩ::
    5. መንግስቲ ትግራይ ሰራዊት ኢትዮዽያ ዝበሃል ናብ ትግራይ ንኽኣቱ ምፍቃድ ሞራል ህዝቢ ትግራይ ዝጎድእ እዩ:: ሰላም ዝመፀ ብጀጋኑ ደቁ ምኳኑ ብርግፅ ክፍለጥ ይግባእ:: ብሕ/መንግስቲ መሰረት መሬትና ኣመሊስና ኢናሞ ካሕሳ ክንወሃብሞ ምስዚ ህዝቢ እዚ ክንቅፅል "ኣሓት ክንኮን" ዝብል ዘረባ ንዕቐት እዩ: ሕስረት እውን እዩ:: ህዝቢ ትግራይ ናብዚ ኢ-ሰብኣውያን ኣይፅንበርን: ነውሪ!
    ቃልሲ ሃገረ ትግራይ ይዕወት!

    • @medhinkido2170
      @medhinkido2170 ปีที่แล้ว

      Good.1poeple.2.tgray.all.tgraway.1

    • @hiwetberhe3001
      @hiwetberhe3001 ปีที่แล้ว

      Hsot kem bahli Tegray eu

    • @ffbh9535
      @ffbh9535 ปีที่แล้ว

      @@hiwetberhe3001 ሓሳዊ ሓሳዊ ኣይበልካ

  • @hntsamuaz3470
    @hntsamuaz3470 ปีที่แล้ว +21

    ዕድመን ጥዕና ያሃብካ ፈጣሪ ጅግና ትግራይ ትስዕር

  • @coystemam4171
    @coystemam4171 ปีที่แล้ว +11

    What a master mind… I thanks God ..Tigray have brilliant young like wedi bitew ❤ ንኣካን ከማካን ዝመሰሉ በላሕቲ መንእሰያት ኣብ ትግራይ ዝፈጠረ እግዚአብሔር ይመስገን🙏

  • @hadaswoldu5176
    @hadaswoldu5176 ปีที่แล้ว +30

    የቐንየልና TPM ሚድያ ብጣዕሚ ዘሐብንን ዘኹርዕን
    ቡሩ ተስፋ ዝሓዘለ ንትግራይን ህዝቢ ትግራይን
    ተጋዳላይ ሸዊት ምቕራብኩም
    ትግራይ ትዕወት 💛❤️💛❤️

  • @user-jh3cq7ye9b
    @user-jh3cq7ye9b ปีที่แล้ว +1

    መጀመሪያ እንኳዕ ድሓን መፃካ ሸዊት ሓወይ
    ብምቅፃል ደስ በሃሊ እዩ ከማካ ዝበሉ የብዝሐልና ሓሳብካ ኑፁር እና ሓቂ እዩ ግን ፀላእቲ ካብ ትግራይ ከይ ወፁኡ ህዝብና ናብ መረበቱ ክምለሱ አለውም ካብኡ ህዝብና ዝመረፆ ይመርሐና መጀመሪያ ግን አብ ህዝብና ጠመት ንግበር ንድያሰፖራ መንገዲ ይከፈትልና እሺ ብዝተረፈ ሓሳብካ ደስ በሃሊ እና ሓቀኛ እዩ ❤️⭐️💛💊🥰🥰

  • @user-ds1bt1of4g
    @user-ds1bt1of4g ปีที่แล้ว +7

    ተጋሩዋይ ፅሩያት ኣምላኽ ይተሓወሶ ዓባይ ትግራይና ንምስርት 💊🙏💪💘
    ሸዊተይ ጀግና መስተዉዓሊ ❤️

  • @user-rn9tt8uh6n
    @user-rn9tt8uh6n ปีที่แล้ว +3

    ትግራይ ዓደይ ኩሉ ትወልዶ ጅግና እዩ
    ሸውተይ ንፍዕ ትግራዋይ ከማካ ዝበሎ የብዘሖዪ ሓቦኛ ትግራዋይ
    ትግራይ Tdf ዋሕስ ህዝብና //((///

  • @user-kc3pm4uv9g
    @user-kc3pm4uv9g ปีที่แล้ว +7

    ዋዋ ገለ ዓይነት ኣገላልፃ ሸዊተይ እንኳዕ ናትና ኮንኮ ♥️ተጋርዋይ ምዓረይ💊💪👍

  • @brhanbrhan7225
    @brhanbrhan7225 ปีที่แล้ว +67

    ሽዊት እንበር ሽዊት ለምለም ለባም ሩጉዕ አንደበት ተርቱ ከብሪ ይግበእኻ!!🌹🌹🌹🌹🌹🌹👏👏👏👏👏👏👏👏

    • @ameereslam9356
      @ameereslam9356 ปีที่แล้ว

      🙏🙏🙏 ሓቂ ታይሞ 💙💙💙💛💛💛💜💜💜

  • @hagosbeyra4978
    @hagosbeyra4978 ปีที่แล้ว +7

    ብጣዕሚ ብሱል ሓሳብ ትግራይ ብሓዱሽ ወለዶ ክትምራሕ ኣለዋ ናይ ግድን ድማ ሃገር ክትከውን ኣለዋ።የቐንየልና ተጋዳላይ ሸዊት ቢተው‼️✅ ❤💛
    ትግራይ ትስዕር

  • @user-bb9te4uz4z
    @user-bb9te4uz4z ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ጸጊበ ኣለኹ ብቡሱል ዝኾነ ኣተሓሳስባኻ ሸዊት ሓውና ትንሳኤ ትግራይ የርአየና ትግራይ ትዕወት ::💊💊💊

  • @user-ns9ks4pk2d
    @user-ns9ks4pk2d ปีที่แล้ว +7

    ሸውታ ብጣዕሚ ተሓብነልካ ኣጀና ኣጀኩም እላቀረብና እና ናይ ብሓቂ ጅጋኑ እኩም🙏🙏🙏ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን

  • @user-qn4rm3ue7x
    @user-qn4rm3ue7x ปีที่แล้ว

    _ሰይ ኣንበሳ ተጋዳላይ ትግራይ ጅግንነት ምስ ሙሉእ ተፈጠራዊ ጽባቀ መሊኡ ዝተዓደለ ሸዊተይ⭐️❤🥀🥰_

  • @nonlte8053
    @nonlte8053 ปีที่แล้ว +2

    Ember shewitey good bless you Ata jigna💛❤️✊✊💪💪👈

  • @rahwabelay5497
    @rahwabelay5497 ปีที่แล้ว +14

    እግዚአብሔር ኣምላኽ እቲ ትምናዪ ትግራይ ይርእኻ ጅግና ዛ ሓወይ

  • @fffgggrtgh1385
    @fffgggrtgh1385 ปีที่แล้ว +3

    ኣነስ ንኽገልፀልካ ቃላት ይሓፅረኒ ኢዩ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይዐረሃብካ ማዓሪተይ ኩሉ መልኡ ዝሃበካ ብሰላም ተመለስ ወዲ ሓራስ ነብሪ

  • @user-no6iz3fx7s
    @user-no6iz3fx7s ปีที่แล้ว +12

    ናይዚ ዘመን ቡሉፅ ትግራዋይ ቀፅሉሉ💊💊💊💊💊🙏🙏🙏🙏

  • @amenchristian6651
    @amenchristian6651 ปีที่แล้ว

    ተጋዳላይ ሸዊት, you are amazing!! The new generation should take leadership in Tigray!!

  • @user-np6ud3ej3j
    @user-np6ud3ej3j ปีที่แล้ว +4

    ተጋዳላይ ሸዊት እንብር ሸዊት መስተዋዓሊ ጅግና መንእሰይ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ❤️💛🥰

  • @mikeberhe6364
    @mikeberhe6364 ปีที่แล้ว +14

    Amazing Amazing Amazing interview, I am sure TDF is full of quality personnel like him. And for TPM please bring people from theTDF we want to hear more from them.

  • @tsegawezam1814
    @tsegawezam1814 ปีที่แล้ว +7

    ሰብ ሓይሊ የብሉን ኩሉ ሻላ ሓይሊ ፈጣሪ እዩ አብዚ ተበፂሑ ዘሎሞ ንፈጣሪ ኢድና ንዘርግሕ ፀርፊ መፍትሕ ከምፅእ አይኽእልን ዩ♥👏💔

  • @hghbghh9255
    @hghbghh9255 ปีที่แล้ว +6

    ሸዊተይ ጅግና ወዲ ትግራይ 💛💛❤️❤️

  • @aasaas7284
    @aasaas7284 ปีที่แล้ว +3

    ሸዊተ ጀግና ጀግና ጀግና ወዲ ትግራይ ፅሩይ ፅቡቕ ኣገላልፃ ብሰላም ተመለስ ምስ ብፆትካ ኣምበሳ ኢካ ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን ህዝብናን ሰራዊትናን ሓደራካ ኣምላክ🙏🙏🙏💖💛💊💊💊💊💊💘💘💘💘💘💞💞💞💞💞💞💞💝💝💝💝💝💐💐

  • @letaygebreyesus2703
    @letaygebreyesus2703 ปีที่แล้ว +3

    እሰይይ ትግራዋይ ኩሉ ግዜ ጀጋኑ ወዲ ህዝቢ
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤ 💯ትግራይ ትስዕር💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪❤️❤️❤️

  • @Honey-jw8wb
    @Honey-jw8wb ปีที่แล้ว +13

    ትግራይ አብዚ ሐዚ ሰዓት ከማኻ ልበለ ጠንካራን ቆራፅን ሰብ የድልያ አዮካ አብ ጎንካ አለና❤💛❤️

  • @abebechimbae7252
    @abebechimbae7252 ปีที่แล้ว +40

    የቅንየልና TPM ልዙ ጅግና ሐውና ለቅርብኩምልና የቅነየልና ሸውት ልህዝብኻ ልዓዲኻ ምቅላሰካ አጆኹም ዓብ ጉንኹም አለና ናይ አህዋትና መሰውዕቲ ብሃገር ትግረይ ክንድብሰ ኢና የቅነየልና

  • @reir2557
    @reir2557 ปีที่แล้ว +3

    ሸዊተይ ጅግና እንካዕ ናትና ኮንካ ለባመይ ከምዚኦም ዝበሉ ንፍዓት እያ ትደሊ ትግራይ እና ፈጣሪ ዕድመን ጢዒናን ይሃብካ ክብረተይ🥰❤❤❤❤❤ tdf 💊💊💊👍👍👍 ብኣኩም ኣዚናኢና ንኮርዕ ❤❤❤

  • @coystemam4171
    @coystemam4171 ปีที่แล้ว +8

    ንኣካ ኣብ ትግራይ ልፈጠረ እግዚአብሔር ይመስገን ❤🙏

  • @zelasiekidani7021
    @zelasiekidani7021 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ሽዊት ጆግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ ንብረልና💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu4282 ปีที่แล้ว +5

    ወዲ ቢተው ኣምበሳ በሊሕ መንእሰይ ወዲ ህዝቢ ብቆራፅነትኻን ብልሕኻን ጅግንነትኻን ህዝቢ ተሓቢኑ እዩ ዘሐብን ውለድ♥️💛👑ከማኻ ኣሻሓት ይወለዱ ሸዊት ቢተው♥️💛👑

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ጅግና ወዲ ማህጸን ትግራወይቲ አዶ ሸዊተይ
    ብሓቂ ሸዊት ለምለም ኢካ ወዲነይ ነዊሕ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ 💖💖💖💖💖💓💓💓💓💓

  • @selamgoytom8175
    @selamgoytom8175 ปีที่แล้ว +6

    ናይ ብሐቂ ❤️⭐️👏🏼

  • @simontsige7361
    @simontsige7361 ปีที่แล้ว +6

    Ane Eritrawi endia bitaemi eye dma zhafir ab lieli tigray zgeberinayo wela ane aygbero .Shewit tebae nufue bertie .We Will see the Nation of Tigray 🌹

    • @KT-tm8yu
      @KT-tm8yu ปีที่แล้ว

      አንዳባሻውል ተወሊድካ። ትኸውን።ንትግራዋይ ዝበደለ ኤርትራዊ የለን ሓሳዊ።ንወያነ ግን መንደላይ ብዘይንሕስያ ቐጥቒጥዋ።

  • @asfahawolde7915
    @asfahawolde7915 ปีที่แล้ว +3

    Awote ni Tigray.
    First of all honor to brave freedom figthers and civilian Tigreans.
    No matter what stand firm with Tigreans, Tigray.
    Proud to see and hear a young wise, balanced brave Tigrean.
    Tigray is blessed nation with brave, wise ppl.
    Love and respect from eritrean living in Sweden.
    We have an eritrean/Tigrean association in Stockholm.

  • @teklitgerezi6446
    @teklitgerezi6446 ปีที่แล้ว

    ሸዊት በዓል ሰፈሕ አእምሮኦ ጅግና አበሳ😍😍👍👍💪💪💊💊💊

  • @hailealem8501
    @hailealem8501 ปีที่แล้ว +3

    ጅግና ተጋዳላይ ወዲ ቤተው ትግራይ ሃገር ክትከውን እያ ግደይታ ዕድመን ጥዕናንያሃብካ

  • @amanuel2090
    @amanuel2090 ปีที่แล้ว +12

    ጅግና ተጋዳላይ ሸዊትን ብጾትካን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም, ሳላ TDF ትግራይ ሃገር ክትከውን ያ 🥰🥰🥰🥰

  • @genetzerihun5658
    @genetzerihun5658 ปีที่แล้ว +3

    Thank you so much you are really brilliant young generation our jegina I am so proud of you God bless y’all ❤️🙏🏾❤️

  • @johannasmith8527
    @johannasmith8527 ปีที่แล้ว +1

    Respect, my dearest brother, I watched it for the third time today and with the other interviewer on UMD you are brilliant.

  • @meriytgraweyti4577
    @meriytgraweyti4577 ปีที่แล้ว +2

    እንብር ሸዊት ከም ስምካ ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ከማካ ዝበሉ የብዝሐልና ሃገረ ትግራይ ንብሰረሉ ግዜ የምፅአልና tdf ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን🙏🙏🙏

  • @tirhas5702
    @tirhas5702 ปีที่แล้ว +4

    We will never sleep until Tigray got justice ❤️💛✊🏽. Thank you Shewit haway.

    • @tesfahabte867
      @tesfahabte867 ปีที่แล้ว

      ቢስቢስ ሃሳዊ ሚኒም ዘይፈሊት ኮሊኣ ሰበይቲ ንብረቱን ኪዳኑን ዘሪፍካ ሂብሪ ኣይኒኩም ደስ ኣይበለናን አልኩም ሰብ ዘበሳበስኩም ንሲኩም ዶ ኣይኮንኩምን ፡ንሱ ረሴካ ቲማሊ ነስመራ ፡ን መስኪን ህዝቢ ኣብ መደከሱ ከሎ ኪትጎዴአ ሚሳይል ዚደርበየ ኒሲካ ዶ ኣይኮንካን
      ሃሳዊ በካዪ
      ሰኪት ሃሳዊ

  • @fikreatsebha3148
    @fikreatsebha3148 ปีที่แล้ว +2

    My dear TIGRAYAN brother Shewit for your courage, endeavor and sacrifice I'm just speechless hats off to you what you have said I'm 100 percent agree with you Thank you so much for your service to motherland TIGRAY.
    Thanks TPM.

  • @wsgd3301
    @wsgd3301 ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ይሓልውካ ሸዊት ብሉፅ ትግራዋይ

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF ปีที่แล้ว +4

    My Hero 💪💪✊💖💛❤️🙏🙏
    ጅግና ወዲ ህዝቢ ፍዳይ ሕነ 💪💪✊💖💛❤️💛❤️💛❤️🕊🕊🙏🙏🙏

  • @johnwick7208
    @johnwick7208 ปีที่แล้ว +2

    Thanks for him so smart military 🦁💊💊💯✊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @tegakasayi1569
    @tegakasayi1569 ปีที่แล้ว +14

    ከምዚኦም ዝበሉ ብሱላት ሰባት አምፁኡልና

  • @andomkbrom8072
    @andomkbrom8072 ปีที่แล้ว

    ብሱልን ሓቅን ዘተ እዩ።
    ብጻይ ሸዊተይ ሓሳቦም ከማኻ ጌሮም ኽገልጹ ን እን ማሓሪ የውሃንስ፣ደጀን shareግበሮም ሓደራ።👍❤👌❤❤

  • @user-tt5ms9kj8h
    @user-tt5ms9kj8h ปีที่แล้ว +2

    Wow ለኣየ ብጣዕሚ ኢካ ትፍለ ኣምበሳ ናልበይ ኢካ ተናጊርካለይ እንኮዕ ናይና ኮንካ ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ሽሕ ሸዊታት ደቂ ሓላል መሬት💪❤💛🤴💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋

  • @user-kp9zk5xe7w
    @user-kp9zk5xe7w ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ ጀግና ወዲ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ሓሳብ ልብካ ይሰመረልካ 🙏🙏🙏

  • @user-lz1rh4zf1c
    @user-lz1rh4zf1c ปีที่แล้ว +1

    ሸዊተይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ጀጋኑየይ ሶትግራና ትስዕር🙏💊💖💖💖

  • @galtigray3463
    @galtigray3463 ปีที่แล้ว +2

    ሽዊት እንበረ ሽዊት ለምለም ሩጉዕ አንደበት ተርቱ ከብረ ይግበአሰካ ጀግና ሓወይ💊💪🙏🙏🙏

  • @user-md7ez5ol8e
    @user-md7ez5ol8e ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይ ጥዑም ላዛ ♥😇🙏

  • @roseadem6059
    @roseadem6059 ปีที่แล้ว +2

    We must respect 🙏 love the leaders of tigraians forever ❤️ and ❤️ the Tigraians justice will prevail right now all tigraians stand in one united support strong 💪 to bring peace stability to Tigraians forever

  • @berakiandom4952
    @berakiandom4952 ปีที่แล้ว +4

    ውናት ሳልሳይ ወያነ ባይቶና ናይ ሓድሽ ወሎዶ ፓርቲ ኢየን በርትዑ ተጋዳይ ሸዊት ጽብቅ ኣጋላልጻ

  • @biniamkidane7687
    @biniamkidane7687 ปีที่แล้ว +1

    ኣቤት ልቦና ቁድስ ቅናኢ ቀንአልኩም ተጋሩ ዓበይቲ ሰባት ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩን ንዘላኣለም ሰላም የዉርደልና ናይ መጠረሽታ ኩናት ይግበረልና ፈጣሪ

  • @tsruytibrhanu8879
    @tsruytibrhanu8879 ปีที่แล้ว +7

    ሐይልኹም ሐይሊ ዳዊት ይኹን
    T❤D💛F ✊❤️💛❤️🌼
    ሓይሊ ፒፒን ሻዕብያን ሓይሊ ጎልያድ ይኹን ፅዮናዊት ትግራይ ትስዕር ። ዳጎናዊት ኢ/ያ ትሳዓር ንዘላኣለም ትሓፍርርር

  • @xvn483
    @xvn483 ปีที่แล้ว +1

    ጅግና ተጋዳላይ ሸዊት ክብርን ምስጋናን ምስ ቡፀትካ 🥰🥰🥰

  • @uaeue5569
    @uaeue5569 ปีที่แล้ว +2

    እስይይይይ ሽዊት ጅግና እንካዕ ናትና ኩንካ ዚሓወይ ❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛❤❤❤❤❤✊✊

  • @tslalegebretsadk2956
    @tslalegebretsadk2956 ปีที่แล้ว +3

    ጀጋኑ ኮሪዕና ባኣኩም ❤❤❤✊✊✊

  • @temuhope8988
    @temuhope8988 ปีที่แล้ว

    ኣነስ ብጣዕሚ ይድነቕ ብስነልቦና ናይ መንእሰያት ተጋሩ

  • @ebaytinsue6587
    @ebaytinsue6587 ปีที่แล้ว +5

    ሰው ሲለካ ትግራዋይ'ነው ለካ ዕድመ ይሃብካ ❤❤❤

  • @nigabrhane9556
    @nigabrhane9556 ปีที่แล้ว +5

    ናይ ህወሓት ዓበይቲ ሓለፍቲ ኣቅርቡልና እቲ ብሚድያታቶም ገይሮም ዝሰብኩና ዘለው ሰላም ብከመይ መንገዲ ከምዝመፅእ የብሩሁልና ።ብተወሳኪ እውን እቶም ፍሪሞም ዝመፁ ኣቅርቡልና

  • @danielmekonen4426
    @danielmekonen4426 ปีที่แล้ว +3

    Behaki lebam 🙏🙏🙏🙏💯💯💯💒💒💒

  • @senayittaddese1634
    @senayittaddese1634 ปีที่แล้ว +1

    ሸዊት ክብረት ያሃበልና ጀጋኑና 👍👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏👌

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF ปีที่แล้ว +2

    ጅግና ወዲ ህዝቢ ፍዳይ ሕነ💪💪✊💖💛❤️💛❤️💛❤️🕊🙏🙏

  • @tdf1948
    @tdf1948 ปีที่แล้ว +4

    ሽዊት ኩሉ ግዜ ሽዊት ኩን ጅጋና አንበሳ ዕደመ ጥዕና ያሃብኩም TDFይ ዋሓስ ህዝቢ ❤️💛💊 ትግራይ ዓደይ ስላመኺ የሪኢና
    ከምዚ ከማይ ዝናፈቀ ይህሉ ዶ 🖤💔

  • @atsedeg.8105
    @atsedeg.8105 ปีที่แล้ว +1

    Thank you shewitey nay libey eka tezaribka.

  • @ngestigebremeskel2322
    @ngestigebremeskel2322 ปีที่แล้ว

    ቀፁሉሉ አብፁኡሉና ቶም ጀጋኑ ናይዚ ዘመን መናእሰይ ክብሪን ሞጎስን ንጀጋኑ ትግራይ ደበስቲ ሓሰንና ንትግራይ ደበሳ ናፃ ሃገረ ትግራይ ምካን ጥራሕ ጥራሕ።

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 ปีที่แล้ว

    Tebarhk. hawey. schueyte☝️👏😢👏👏👏🌿🕊️🌿

  • @SameerKhan-lm9eb
    @SameerKhan-lm9eb ปีที่แล้ว

    ሸዊተይ ዝወለደት አዶ ታዓዲላ ጎታ ኩሉ♥♥♦♦

  • @user-mq1vi6rm6j
    @user-mq1vi6rm6j ปีที่แล้ว +3

    ሸዊተይ ጅግና ወዲ ህዝቢ ኣጆኻ በርትዕ

  • @newuaq1125
    @newuaq1125 ปีที่แล้ว +3

    ፅቡቅ መግለፂ ጅግና ሓውና ተጋዳላይ ሸዊት 🙏🙏🙏❤❤💛💛💪💪💊💊ለገረ ትግራይ ትስዕር💊💊ትድኤፍና ዋሕስ ህዝብና ዕጥቅኻ ፈታሕ ልብለካ ልባዕሉ በሉ ወዲ ህዝቢ ኢኻ ህዝቢ እዩ ልእዝዘካ ወድብ አይኾነይ

  • @Meqelle
    @Meqelle ปีที่แล้ว +2

    ጅግና ተግዳላይ ኽብሪ ይግባአካ ❤❤❤

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 ปีที่แล้ว

    Egziabher. Amlak. mesakum. yeuken☝️😢👏😢👏😢👏💝🌿🕊️🌿🕊️🌿🌿

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 ปีที่แล้ว +2

    Aman be Aman the voice of the people of Tigray!!! One of the greatest interviews of TDF, future generations of Tigray!! God give strength to TDF and the people of Tigray Amen

  • @evehabesha
    @evehabesha ปีที่แล้ว +2

    We saluted you for protect us Tigray is so lucky ❤️💛🙏

  • @notyours733
    @notyours733 ปีที่แล้ว +1

    Yes, our Hero, Tigry need more people like you!!! Thank You, young man!

  • @bg9694
    @bg9694 ปีที่แล้ว +3

    Thank you so much for serving to our country Tigray! You are our Hero! TDF we love you so much!

  • @assafa35
    @assafa35 ปีที่แล้ว +1

    Your right about that brother 🥰💯💯💯💯💯💯

  • @zenebugebrekidan
    @zenebugebrekidan ปีที่แล้ว +2

    ጅግና ተጋዳላይ ሸዊት አዚና ንኾርዓልካ ምሉእ ዓወት ምስ ብፆትካ TDF❤️💛✊✊ ሓይልኹም የፅንዓዮ

  • @tadesekahsay
    @tadesekahsay ปีที่แล้ว

    Nice interview. Thank you TPM media

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns6757 ปีที่แล้ว +5

    ጎበዝ ብሓቂ በሊሕ ፖሊቲከኛ

  • @hlnamedia1111
    @hlnamedia1111 ปีที่แล้ว +18

    100%✓ ኣብዚ ኣለካ ሃብሮም💖👌

  • @hsshdh1902
    @hsshdh1902 ปีที่แล้ว +1

    እምበር ሸዊት ስጋካ 💪💪💪💪

  • @yhvf6265
    @yhvf6265 ปีที่แล้ว +1

    ሸዊት ቢሓቂ ጂጋና ትግራዋይ👌👌👌👌

  • @tadesekesete9760
    @tadesekesete9760 ปีที่แล้ว +15

    ናይ ብሓቂ ብሱል መንእሰይ

  • @salvato7665
    @salvato7665 6 หลายเดือนก่อน

    አብ ዓለም ሕጊ ተሀልዩ አብ ኩዕሶ ጥራሕ ዩ ንሻዕብያ ደአ መን አብ ሕጊ ከቅርበልካ ከባድ ያ ሸዊታ ጅግና

  • @user-xy5gy3qm1x
    @user-xy5gy3qm1x ปีที่แล้ว +3

    ናይ ብሓቂ ሸዊተይ💘

  • @user-up3rc4ke5v
    @user-up3rc4ke5v ปีที่แล้ว +1

    ዋው ዋው ዋው ደስ ዝብል ኣዛራርባ ከመዚ ዓይነት ❥︎✞︎❥︎ብሊሕ ኣታሓሳስባ ዘሐዎም መናእሰይ ክትረክብ እንተለካስ ብጣዕሚ ትሕጎስ ብዘይ ማይ ትዋሓጥ ዘረባ ካብቲ ጋዜጠኛስ እሱ የነፍዕ ኣቅሪበ እየ ሸዊተይ👑 ጅግና ወዲ ጀጋኑ 𝕃𝕆𝕍 𝕐𝕆𝕌 𝕋𝔾ℝ𝔸𝕐 ♔︎❦︎❦︎❦︎❦︎❦︎❦︎❦︎❦︎❦︎❦︎❦︎❦︎❦︎❦︎❦︎❣︎❣︎❣︎🥰😇

  • @azebnegash3459
    @azebnegash3459 ปีที่แล้ว +4

    ሃገር ትግራይ እየ ዝደሊ እምነተይ እግዚኣብሄር
    ብትደአፍ💖🙏

    • @AAAA-tn1ny
      @AAAA-tn1ny ปีที่แล้ว

      ጀጋና ብሓቂ እግዚብሔር ኣምላክ ዕድመይ ጥና ይሃብኻ ክብር ሓውና❤❤❤❤❤❤❤😍👍👍👍

  • @Rshanmebrahtom
    @Rshanmebrahtom ปีที่แล้ว +1

    Jigna wedi tom Jeganu Endmen tienan yhabka Egziabher msaka ykun 💛💛❤️❤️

  • @user-mp5kc3ux4j
    @user-mp5kc3ux4j ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ንፉዕን ለባምን እኻ ሸዊት ጅግና ትግራይ ወላዲት ጀጋኑ ❤💛❤💛❤💛

  • @user-tl4kd3uq8w
    @user-tl4kd3uq8w ปีที่แล้ว +3

    ዋው🙏🙏🙏💯💯💊💊💊💊💖💖💖💖💖💖ደቅ ትግራይ ጀጋኑና

  • @ytbarekyepanayo6469
    @ytbarekyepanayo6469 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ሰብ

  • @user-vi2yp3lu2e
    @user-vi2yp3lu2e ปีที่แล้ว +3

    ሸውተይ እግዚአብሔር ይጠብቅህ🙏

  • @kflomgereziher2072
    @kflomgereziher2072 ปีที่แล้ว +10

    መስዋእትን መቁሰልትን ጀጋኑናን ህዝብናን ብናፅነት ትግራይ ክድበስ እዩ 💊✊‼️ ሃገረ ትግራይ ናይ ግድን 🥰❤️✊💊💊💊🙏

  • @teame-ym5nm
    @teame-ym5nm ปีที่แล้ว

    ለባምይ ብሱልይ ጅግና ተጋዳላይ

  • @seli-saiiat.tigray
    @seli-saiiat.tigray ปีที่แล้ว +1

    ጀግና ተጋዳላይ ሸዊት ✊💪💪🐅🐅🐅❤❤❤❤

  • @drogba200
    @drogba200 ปีที่แล้ว +2

    ሸዊት ብጣዓሚ ብዙሕ ዝጠቅም ነገር ተዛሪብካ ግን ሓንቲ ነገር ክእርመካ ይደሊ ብሓዱሽ ወለዶ ሀገር ክትምራሕ ኣለዋ ዝብል ቡሂል ጌጋ ብሂል እዩ እተን ዓበይቲ ሀገራት ኣብ ዓለምና ዘለዋ ከም ብዓል ኢስራኤል፣አመሪካ፣ ሩስያ፣ቻይና ወዘተ ዕደመ ዝፀገቡ ዓበይቲ ሰባት ተመኩሮ ዘለዎም እየን ዝምራሓ ተረዲእኻኒ ክኽውን ዘለዎ ንሕና መናእሰይ ከመይ ተወሃሂድና ምስ ቶም ዓበይቲ መራሕትና ክንሰርሕ ኣለና እምበር ንዕቀት ነርኢ እንተኾይናስ ንኹለና ፅቡቅ ኣይከውንን ክብለካ ይደሊ ()