ተጋዳላይ መብራህቶም ገ/ሄር (መብሬ) ኣብ ቀዛሕታ ፖድካስት Kezahta Podcast

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 299

  • @user-tz7if6zl9g
    @user-tz7if6zl9g 3 หลายเดือนก่อน

    Congratulations 🎈🎉🎊 our hero Mebrehatu . God protect and bless you and your beloved family

  • @user-hy3op6yx3t
    @user-hy3op6yx3t 6 วันที่ผ่านมา

    ኣንብዕኻን ወድነይ ንዓኩም ዝከውን ቃላተ የብለይን ጀጋኑና ደመይ ብሳላኹም ኣብ ስዓተ ንክበፅሕ ዘገበረኹሙና ኣሕዋትና ክብረን ሞጎስን ንዞም ዝተሰወኡ ኣሕዋተና 😥😥😥😥🙏

  • @user-hy3op6yx3t
    @user-hy3op6yx3t 6 วันที่ผ่านมา

    አይይይይይ ኣሕዋተይ ህንደይ ስቃይ ሓልፊ ዓኽኽኽኽኽኽ ቅድመኻ ይግበረን እንካዕ ተረፍኻ ሓወይ ማዓረይ 😥😥🙏🙏❤

  • @shalom5798
    @shalom5798 6 หลายเดือนก่อน +24

    ኣዒንቲ ትግራይ ኢኩም❤❤❤
    ክብሪ ንዓኩም ጃጋኑና !!!

  • @meazadesta6452
    @meazadesta6452 6 หลายเดือนก่อน +14

    መብራህቶም ሓወይ ንስኻ ክትሕበን እምበር ክትበኪ የብልካን ሳላኩም ኢና ቅንዕ ኢልና ንክይድ ዘለና❤❤❤❤

  • @mihretarkebe9285
    @mihretarkebe9285 5 หลายเดือนก่อน +3

    ኣጆካ ባዓል መትከል ኢካ ባሓቂ ጅግና ኢካ እንካዕ ፍረ ብርክካ ራኣካ መብሬ ሓወይ❤❤

  • @lemlemlili7110
    @lemlemlili7110 6 หลายเดือนก่อน +13

    ብጣዕሚ ደሰ ዘብል ታሪክ አጆካ ሓወይ መአረይ💔😪
    ህጂ ዝወለድካዮ ቆልዕ ብሸሞም ፀዋዓዮ ቀዳማይ ሸሞም ካብ ክልተ ዓህዋትካ ቀዴማይ ሸም ፀዋአዮ አጆካ መአረይ ጅግና ኢካ እቶም ዝተሰዉኡ ብአፀደ ገነት የንብሮም 🙏🙏🙏

  • @user-tz7if6zl9g
    @user-tz7if6zl9g 3 หลายเดือนก่อน

    We are proud of our Tigray heroes. How they sacrifice their lives. We are responsible to love to respect to take care to help our Tigray heroes and Tigray people.

  • @akezaweldehawaryat6833
    @akezaweldehawaryat6833 6 หลายเดือนก่อน +3

    ዋይ ሓወይ መዓረይ ጅግናና ብዙሕ ፀገም በጺሑካ ዋይይይይ መሕዘኒ ኣጆኻ እስቲ pain full .

  • @okbazgiherhaile8174
    @okbazgiherhaile8174 6 หลายเดือนก่อน +10

    ሓድሽ ጫማ ዘይብለይ ኢለ ከማርር፡ ጥራይ እግሩ ክኸይድ ምስ ርኣኹ፡ ተጸናኒዐ። ጥራይ እግረይ ኮይነ ኢለ ከማርር፡ ሓንቱ እግሩ ዘየላ ምስ ርኣኹ ተጸናኒዐ። ሓንቲ እግረይ ጥራይ ኢለ ከማርር፡ ክልተ እግሪ ዘይብሉ ምስ ርኣኹ መሊሰ ጸኒዐ። ሓወይ ብዓል ሙሉእ ሓቦን ተስፋን ኣጆኻ ዝሓወይ! ኣካልካ እምበር መንፈስካ ኣይሰንከለን!❤❤❤❤❤

  • @mebrhit-vz5mr
    @mebrhit-vz5mr 6 หลายเดือนก่อน +3

    ጀግና ተሰፋ ኣይቆረፅን ጀግንነትካ ካዓ ብተግብር ኣሪኢካና ❤💔💪💪💪💪

  • @maetebtesfamariam4072
    @maetebtesfamariam4072 6 หลายเดือนก่อน +42

    ኢትዮጵያ ከምዚ ጌር በሊዓትና ክተብቅዕ። ምስ ኢትዮጵያ ሓቢርና ክንነብር ዝምነዩ ባንዳታት ተጋሩ ክትርኢ ኮለኻ ክንደየናይ ሔልነኦም ዝበኸተ ምዃኑ ይድንፅወካ። ንኢትዮጵያ ፎእ በልዋ

    • @woldusemhar8164
      @woldusemhar8164 6 หลายเดือนก่อน

      Bdekusom zteharedu kindey bsenkikum k Teresi deyu

    • @haye5696
      @haye5696 6 หลายเดือนก่อน

      Aashan werekketen zehazo ayessedden that fiction they killed them while they were sleep is expired

    • @user-rs8bd8un8y
      @user-rs8bd8un8y 6 หลายเดือนก่อน +1

      ብሓቂ የሕዝን እዩ😥😥😥😥

  • @zed-fw8xu
    @zed-fw8xu 6 หลายเดือนก่อน +7

    ብሓቂ እግዚአብሔር ይመሰገን እንኳዕ ተረፍካ ዝሓወይ እንኳዕ ወለደካለኒ ❤❤❤💛💛🙏🙏🙏

  • @rozaoppo828
    @rozaoppo828 6 หลายเดือนก่อน +14

    💔💔💔💔😭😭😭😭😢 ማዓረይ እንኻዕ ተረፍካ ዝሓወይ ማዓረይ❤ እሰይ 😂😂 ወሊድካ ❤ ኣጀኻ ዝሓወይ መተካእታ በሎ እካ ሽሙ

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki 6 หลายเดือนก่อน +10

    አጆካ ጀግና ኢኻ ንዞም ዝሞቱ እሕዋትኻ ዝትክእ ወዲ ወሊድኻ ከለኻ አጆኻ በርትእ ንኹሎም ስውአት ሀገረ እግዛብሄር ትግራይ ብሰላም ዕረፉ ❤❤❤

  • @akezaweldehawaryat6833
    @akezaweldehawaryat6833 6 หลายเดือนก่อน +5

    ❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹💞💞💞💞💞💞💞💞ኣብ መጨረሻ good news ኣስሚዕኻና እንካዕ ወለድኻ እዚ ሓወይ ክትነብር ኣለካ ጠንክር ብሓቂ ጅግና ኢኻ ኽብሪ ይግበኣካ 🙏🙏🙏 ዘለኣለም ኽብሪ ንቶም ዝተሰውኡ ጀጋኑናን ንዓኻ ድማ መርኣያ ፅንዓት ኢኻ 🙏

  • @SelamMeles-lt8lz
    @SelamMeles-lt8lz 6 หลายเดือนก่อน +3

    ቁላኩም ተጋደልትና አጆኩም ንፈትወኩም ነክብረኩም አና ንበሩልና ፀባሕ ካልአ መዓልት አዩ አጆኩም የቀንየልና ንዝሀብኩምና ሂዎት 🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @afewerkigeberegzher4973
    @afewerkigeberegzher4973 5 หลายเดือนก่อน

    ብሐቂ ጅግና አደ እያ መብዛሕቲኦም አዴና ጂጂ ይብልዋ ንኹሉ ከከም ዕደሚኢን አመፃፅኡን ፊት ንፊት ተጋፊጣ ትስዕር ብስራሕን፣ዕድመን ዝረኸበቶ ናይ ሂወት ልምዲ ብነፃ ተካፍል ንኹሉ ወድ ሰብ ሀይማኖት፣ዘርኢ ከይፈለየት ተኽብርን ንትገብሮም ፅቡቕ ነገራት ራእዮለይ፣ስምዑለይ ዘይትብል ቁምነገር ብልባ ምስ ፈጣሪአ እያ እና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና

  • @user-lt5oc6fs4h
    @user-lt5oc6fs4h 6 หลายเดือนก่อน +7

    መብሬየ ዝሓወይ እንካዕ እስቲ ከምዚ እልካ ተረፍካ ብርሃን ትግራይ እኻ ሞ ክንዲ ሽሕ ኩነልና 🙏 እምበር ከብድ እዩ 😭💔🖤

  • @user-iq6nl1qg8e
    @user-iq6nl1qg8e 6 หลายเดือนก่อน +5

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መዓረይ TDFy 👑 ❤

  • @meslal7827
    @meslal7827 4 หลายเดือนก่อน +1

    ጂግና ኢካ እሞ ካብ መዓት ዘውጸካ እግዚአብሔር ፡ለዋሃት ስብ ንከረክብ ድማ ንሱ ባዕሉ ይርደአካ አምላክ ።❤❤❤

  • @user-uv8iw2ht1y
    @user-uv8iw2ht1y 4 หลายเดือนก่อน

    Heart of Tgray ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-bv4tb3mq3z
    @user-bv4tb3mq3z 6 หลายเดือนก่อน +24

    ብሓቂ እግዚአብሔር ይመሰገን እንኳዕ ተረፍካ ወዲ ህዝብ እንኳዕ ወለደካለኒ ❤❤❤❤😢

  • @genetbeyene8105
    @genetbeyene8105 5 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኻ ጅግና ኢኻ ንስኻ ስድራኻ ብኣኻ ይጸናነዑ 😢😢😢

  • @GenetWelu
    @GenetWelu 4 หลายเดือนก่อน

    Edleha eca hamey natty edm namaste tee nann yahabca❤❤🎉

  • @WediKbrom
    @WediKbrom 5 หลายเดือนก่อน +6

    ኣድራሻ ወይ ተሌፎን እንተተሓባበሩኒ ደስ ምበለኒ ❤❤❤

    • @fhfg6051
      @fhfg6051 5 หลายเดือนก่อน

      Wedi Jentl እልካ ትረክቦ አካ ፈስብክ

    • @user-qb5jb2bj6z
      @user-qb5jb2bj6z 5 หลายเดือนก่อน

      ብዉሸጢ መሰመር ምፀኒ ክሕብረልካ

    • @HappyLargeTree-zn7cl
      @HappyLargeTree-zn7cl 5 หลายเดือนก่อน

      Qetta kthbuwo aytkulun

  • @tirhas5702
    @tirhas5702 6 หลายเดือนก่อน +4

    Thank you for your service Mebre 🙏🏽💛❤️✊🏾

  • @simretgebre1445
    @simretgebre1445 6 หลายเดือนก่อน +1

    Bhaki Hawey mearey EGZIABHER tikielo eyu zihbeka ❤Ajekum higi win Egziabher Amlak misakum Yikun Amen 🙏

  • @askalutsegay9498
    @askalutsegay9498 6 หลายเดือนก่อน +10

    ❤❤❤❤❤መግለጺ ኣልቦ ጀጋኑ ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን❤❤❤❤❤

  • @saramengst1309
    @saramengst1309 5 หลายเดือนก่อน

    Our hero ❤❤❤

  • @user-eh5iv3jq8p
    @user-eh5iv3jq8p 6 หลายเดือนก่อน +4

    💯👌ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጀግና ወዲ ህዝቢ❤️💛🙏

  • @tesfdjejdjdjjehehjdjfjfjf3067
    @tesfdjejdjdjjehehjdjfjfjf3067 5 หลายเดือนก่อน

    ሓወይ😢😢😢😢

  • @GenetDaba-ty4tx
    @GenetDaba-ty4tx 6 หลายเดือนก่อน +1

    መብሬ ጀግና ዕድመን ጥናንን ይሃብካ

  • @samisolomon8470
    @samisolomon8470 6 หลายเดือนก่อน +10

    ሽም ኣይትፅርሑ ካሊእ ካዓ ዝተጠቀምናሎም ስልትታት አይትግለፁ ሕዚ ዉን መሊእና ሓራ አይወፀናን ብሲቢል ንሕከም ነይርና ሓካይምና ሓቢኦሙና ገለ እዳበልኩም ሽም ኣይትፅርሑ ባንዳታትን ሰለይትን ኣብ ትግራይ ኣለዉ

    • @yirgalemberhe6648
      @yirgalemberhe6648 6 หลายเดือนก่อน

      ሐቅኻ አድላይ አይኮነን ዝሐለፉ አቦታትና መቃለሲኦም ነጊሮም እዮም አብዚሕጅ ሕሙምን ፅሉልን አብትግራይ ዝወድዕዎም በጃኹም ተጠንቀቁ አድላይ አይኮነን ብዝኾነ የሕዋትና የቅንየልና ንዝኸፈልኩሞ መስዋዕቲ🙏🙏🙏

    • @user-st2vr1tw6h
      @user-st2vr1tw6h 6 หลายเดือนก่อน

      ባሓቂ

  • @Hani-yx7uc
    @Hani-yx7uc 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣምላኽ ድንቅ እዩ ስርሑ🙏❤

  • @Mama-nu7it
    @Mama-nu7it 6 หลายเดือนก่อน +3

    Mr Bereket thank you for the good work God bless you 🙏

  • @barcoteabenet1511
    @barcoteabenet1511 6 หลายเดือนก่อน +4

    እነዚህ ብዙ ስራ መስራት ይችላሉ እና በደንብ ታክመው አርተፊሻል እግር ተገጥሞላቸው ሞያ ና ትምህርት ይማሩ ይንቀሳቀሱ ይችላሉ ራሰቸው ጭንቅላታቸው እንዳለ ነው የተጋሩ በተለይ የቲዲኤፍ ጉዳተኞች በርቱ ወንድሞቼ

    • @HappyBarn-bb5ij
      @HappyBarn-bb5ij 6 หลายเดือนก่อน

      ትክክል ነሽ /ነህ ወንድሜ /እህቴ 🙏

  • @kokebhagos4420
    @kokebhagos4420 6 หลายเดือนก่อน +1

    may Hero ጅግና ወዲ ጀጋኑ አጆኻ

  • @user-je7es2ey8g
    @user-je7es2ey8g 5 หลายเดือนก่อน

    ኡፍፍፍ ብሂወተይ ከም ሎሚ በክየ ኣይፍልጥን😢😢😢😢😢

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 5 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግንነት ተጋሩ መግለጺ ኣልቦ
    ኣጆኻ ኣንበሳ 💪 ኢኻ ዕድለኛ, ዉን ካብ ካልኦት ብጾትካ ንስኻ ትሓይሽ
    ኣምላኽ ንበር ዝበሎ መን ይነቅሎ ዝገርም ስራሕ ፈጣሪ 🙏🩵🩵🩵🩵

  • @Tahgasniguse
    @Tahgasniguse 5 หลายเดือนก่อน +1

    መዓረይ ኣጆኻ ጅግናዬ ❤❤❤❤

  • @StarKsa-np4yf
    @StarKsa-np4yf 5 หลายเดือนก่อน

    ባሓቂ ጠንካራ እካ ዛሓወይ ጅግና ተጋዳላይ አጆካ ክብሪ ናዓኩም ጀጋኑ ኣሕዋትና Rip 😢😭💔🙏

  • @saragezaw4834
    @saragezaw4834 5 หลายเดือนก่อน

    አጆካ ሓዉና መብሬ ጀግና ኢኻ ልትግራይ ኣድካ ዓካልኻ ሲኢንካ ህዝቪ ትግራይ ብጀጋኑና ንኮርዕ ኢና እሞ በርትዕ ይብለካ❤❤❤❤

  • @CrossSuuc-ns8xu
    @CrossSuuc-ns8xu 6 หลายเดือนก่อน

    ንስለ ህዝብኹም ንስለ ዓድኹም ኢልኹም እዝኹሉ መስዋእቲ ዝኸፈልኹምን ኣካልኹም ዝጎደልኹምን ክብረ ንዓኹም🖤 እንካዕ ተረፈኻ መብረየ👏❤❤🥀🥀🥀🥀❤❤

  • @tigraySebalwa16
    @tigraySebalwa16 6 หลายเดือนก่อน +2

    The strength of this young man is unbelievable. Tigray and Tigrayan owe you so much! Ajkum ahewatey.

  • @TmnitTesfay-df2yx
    @TmnitTesfay-df2yx 6 หลายเดือนก่อน +2

    #መብሪየ ዘሓወይ እስቲ ከምዚ ልካ እንካዓ ተረፍካ ካብቶም ዝተሰዉኡ ደቂነካስ😪 ንስኻ እንካዓ ተረፍካሎም ንስድራኻ ቅጭነይ ❤️‍🔥

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8y 6 หลายเดือนก่อน +1

    ንዓኩም ዝከውን ቃላት የብለይን ጀጋኑና ክብርን ሞጎስን ንዓኩም እግዝኣቢሔር ኣምላክ እንኳዕ ብሂይወት ተረፍካ እንኳዕ እውን ከማካ ጅግና ወለድካልና🙏❤❤❤❤❤

  • @user-qv5qn9pi9w
    @user-qv5qn9pi9w 6 หลายเดือนก่อน +4

    ሰላም ንዓኹም ይኹን ተጋሩዋኒ❤❤❤❤

  • @rughbsnsngusbsj6668
    @rughbsnsngusbsj6668 6 หลายเดือนก่อน +1

    መብርህተ ሓወይ እንኳዐ ተረፍካ ብጣዕሚ ካቢድ እዩ ኩሊ ሓሊፍ ክዝዘረቦ ቀለሊ ክብር ንዓክም ይኩን ጀጋን ሰለ ሃገረ ሰለ ሃይማኖት እልክም አካልክም ሰውእክም😢 እግዝአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንሃገረና ይአክለኩም ይበለና😢

  • @almaztessema
    @almaztessema 5 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ሐወይ ጀግና አጆኻ ዝሐወይ ንስኻ ዝሐለፍካዮ ትገድድ አጆኻ ብቃላት ዘይግለፅ ጀግንነት አለኩም ኩለኹም ጀጋኑና

  • @rozaibrahemma2806
    @rozaibrahemma2806 5 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ኣምላክ እንኳዕ ናብ ዉሉድ ኣብቀዐካ ማዓረይ ዕድመን ዕጥናን ይሃብካ ❤❤❤

  • @user-ts2no1ff8r
    @user-ts2no1ff8r 6 หลายเดือนก่อน +1

    መሬ ሓወይ ጅግና እንካዕ ተረፍካልና ወድነይ❤😢

  • @genetkwt6461
    @genetkwt6461 5 หลายเดือนก่อน

    ክብርን ሞጎስን ልጀጋኑና❤❤❤💞💞💞💞💞💞

  • @user-bg3wt5sp1u
    @user-bg3wt5sp1u 6 หลายเดือนก่อน +1

    ቃደማኻ ጎታዋይ😭 ኣዮኻ ዝሓወይ🙏

  • @genygen5351
    @genygen5351 6 หลายเดือนก่อน

    Ahwatey! Egziabher Amlak misakum ykun Tegaru jeganu. 🙏🙏💖💖

  • @mesi-ug5di
    @mesi-ug5di 6 หลายเดือนก่อน +2

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና❤😢

  • @user-zu9fq5ft7b
    @user-zu9fq5ft7b 4 หลายเดือนก่อน

    Ajoka zhawey

  • @almaztessema
    @almaztessema 5 หลายเดือนก่อน

    ዋይ አምላኽ ጥዑም እንካዕ ደስ በለካ ወድኻ ድማ ን ማማይ ተጠምቀ በሎ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ምስ ስድራኻ

  • @DesalegnGebremrdhn-tq7un
    @DesalegnGebremrdhn-tq7un 6 หลายเดือนก่อน +3

    ፈጣሪ ምሳካ ይኩን

  • @user-ce3in3we5f
    @user-ce3in3we5f 6 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ተረፍካልና ጅግና ወዲ ህዝቢ ❤❤❤ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ንሰማኣታትና❤❤😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @tirhaswelu
    @tirhaswelu 6 หลายเดือนก่อน +1

    Wow always hero thank you for your service.tdf ❤️‍🔥💛❤️‍🔥💛❤️‍🔥⛱️

    • @user-st2vr1tw6h
      @user-st2vr1tw6h 6 หลายเดือนก่อน

      ሕዋሓት❌❌❌❌ካንሰር ትግራይ

  • @letebrhanghebremariam6213
    @letebrhanghebremariam6213 6 หลายเดือนก่อน

    ዝገርም ታርም ጅግና ተጋዳላይ መብሬ ወዲ ህዝቢ እንቋዕ ተረፍካ🙏🙏🙏❤❤❤

  • @ZweyniNegasi-to7hm
    @ZweyniNegasi-to7hm 5 หลายเดือนก่อน

    አጀካ ዝሓወይ ማዓረይ ዕንዃዕ ዶሞ ወለድካ ❤😢

  • @edenwogayehu3890
    @edenwogayehu3890 6 หลายเดือนก่อน +1

    Hero be strong you will get through this.

  • @asefagerie8506
    @asefagerie8506 6 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ይብዛሕ ❤️❤️❤️👍

  • @alganeshhagos5391
    @alganeshhagos5391 6 หลายเดือนก่อน +2

    God bless tigaray and my people ❤❤❤

  • @rahwaeyob1593
    @rahwaeyob1593 5 หลายเดือนก่อน

    Eway tarik enkae kamot terefka zhawey fetari msaka ykun 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️

  • @ghidaydesta5870
    @ghidaydesta5870 5 หลายเดือนก่อน

    💔💔💔God bless you our hero I am glad you are alive

  • @user-fl2rn7ou5y
    @user-fl2rn7ou5y 5 หลายเดือนก่อน

    ክብርን ሞጎስን ልጀጋኑና

  • @genetmelkam435
    @genetmelkam435 6 หลายเดือนก่อน +1

    Eway Tigray meaze eki kab mesewati tekortsi 💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭

  • @mebrhithailu2263
    @mebrhithailu2263 6 หลายเดือนก่อน +1

    Temesgen enkun lebezey abekeaka jegena hewena 🙏🙏🙏❤️❤️

  • @Seniseniii
    @Seniseniii 6 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን እግዚአብሔር ታይ ይስኣኖ😢

  • @xsvfr147
    @xsvfr147 5 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ተረፍካ ማዓረይ ❤😢ጅግና ኢካ ብሓቂ ንስዉኣትና ኣብ ገነት የንብሮም😢😢

  • @jerusgeb4791
    @jerusgeb4791 6 หลายเดือนก่อน +2

    Our hero❤️

  • @mulugetawerede
    @mulugetawerede 5 หลายเดือนก่อน +1

    ቀዛሕታ 1ኛ

  • @azmeragebremariam4659
    @azmeragebremariam4659 5 หลายเดือนก่อน

    Zkulu skay halfka afre mbtsahka btaemi eyu des zbl btaemi eka gegna tenkara Egzabher amlak msdraka edmen tenan yhabka ❤❤❤

  • @user-ys3rw9mg1j
    @user-ys3rw9mg1j 5 หลายเดือนก่อน

    ጎይታዋይ እዚ ኩሉ ምእታና እዩ ጀግና ተጋዳለይ❤

  • @user-wh8sc2lq8x
    @user-wh8sc2lq8x 6 หลายเดือนก่อน +1

    ቃደማኻ ጎይታዋይ አየኻ ማዓረይ 😢😢

  • @beana3912
    @beana3912 6 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you for you service ክቡር ሓውና🙏🙏🙏💪💪💪❤️💛❤️💛💛💛

  • @fretadesta7328
    @fretadesta7328 6 หลายเดือนก่อน +1

    Jigena hawena TDF congratulations 🎉🎉🎉🎉 egziabher edmen tenane yehabka ajoka abayka yebekey ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-mm2wm1yg6n
    @user-mm2wm1yg6n 5 หลายเดือนก่อน

    Enkae bhiwet terefka mareyy❤❤❤❤

  • @yordanos5186
    @yordanos5186 6 หลายเดือนก่อน +2

    እንዃዕ ብሂወት አትረፈካ ጅግና ሐውና ❤ ናታትኩም ውዕለታስ ከፊልናዶ ንኽእሎ ንኸውን??

  • @azmeratesfay6273
    @azmeratesfay6273 6 หลายเดือนก่อน

    ጅኤግኖና እግዚአብሔር ምሳኻ ይኩን ጅኤግና 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @adigudemmekel8061
    @adigudemmekel8061 5 หลายเดือนก่อน

    መብሬ ጅግናና
    ንአና ክትብል አካልካ ዝሳአንካ
    ክብሪ ይግበአካ

  • @salamaas5943
    @salamaas5943 6 หลายเดือนก่อน

    ❤አጀካ ጀግና ከቡር ተጋድለይ❤💞💊💖💊💊💖💖💖💖💖💖💝💌

  • @tirhasgebrehiwot6193
    @tirhasgebrehiwot6193 5 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኻ እንኳዕ'ውን ወለድካ

  • @HailuMehary-ry2nj
    @HailuMehary-ry2nj 6 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢 ዋይ አታ ጎይታይ ምዓረይ ዋይ ታይ ኢና ጌርና እዚ ኩሉ ግፍዒ ልአና 😢😢😢😢

  • @alganeshmosazgi9158
    @alganeshmosazgi9158 5 หลายเดือนก่อน

    አጆኻ ጅግና
    እዋይ ርእሲ ❤️❤️❤️💐💐💐

  • @XxxXxx-si7se
    @XxxXxx-si7se 6 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ተረፍካ ማዓረይ እንኳዕ ውን ወለድካ እግዚአብሔር አምላክ ዘሓወይ❤😢

  • @ghch5195
    @ghch5195 5 หลายเดือนก่อน

    Esey Hawey maarey enkae des beleka zkuley fetenan mekeran Halifka ktweld bmkalka bta emi 😢😢😢😢😢 des zbl eajoka Hwey maarey taHagise sle zweledkau ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @zizihibue5241
    @zizihibue5241 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532 6 หลายเดือนก่อน +1

    Jegna hawna enqae terefka temesgen jegna eka emo fetari bidekika litihigos yigberka fetari mulue tiena tinikare yihabka zehawey ❤

  • @tsege531
    @tsege531 6 หลายเดือนก่อน +3

    እንኳዕ ተረፍካ ዝሓወይ❤❤
    ናይ ቀዛሕታ ተኸታተልቲ ኩላኩም ሳብስክራይብ በሉኒ 🙏🙏

  • @yrgalemtesfamaryam9741
    @yrgalemtesfamaryam9741 6 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @WediKbrom
    @WediKbrom 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-re1xr4dd7q
    @user-re1xr4dd7q 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @AlmazGTsadikwoldu
    @AlmazGTsadikwoldu 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @tesigekassa3423
    @tesigekassa3423 5 หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑና ብአኻትኩም ንኾርዕየቕንየልና

  • @bbhftvhdyih7331
    @bbhftvhdyih7331 6 หลายเดือนก่อน

    ክብርን ምጎንን ጀጋኑና❤❤❤

  • @YeshiHayilu
    @YeshiHayilu 6 หลายเดือนก่อน

    ጀግናችን በስልጣን ለምትጣሉ የቆማችሁበት እግር የዚህ ጀግና መሆኑን አዉቃችሁ ልብ ግበሩ